Awel Seid ምድንጋር ይቕጽል፣ ማዕበልን ሞኒካን ይቕረታ ይሓጥኡ | Yikealo Tv

  Рет қаралды 32,612

Yikealo ይከኣሎ TV

Yikealo ይከኣሎ TV

6 ай бұрын

Monicawit, alena walta hager , Awel Seid, Yikealo Tv

Пікірлер: 195
@Josi_Gesamanda
@Josi_Gesamanda 6 ай бұрын
waw ይካኣሎ እንደ ልቤ!!!! God bless you!!!
@woldekidanitbarek9514
@woldekidanitbarek9514 6 ай бұрын
እዚ ማዕበል ዝባሃል ዝበሎ ዘረባ ብጣዕሚ ሓደገኛ ዘረባ ኢዩ :: ቢተወደድ ናይ ሰራየ ኣይኮነን ናይ ሓማስየን ኣይሞነን ናያ ኣከለጉዛይ ኣይኮነን ቢተወደድ ናይ ኩሎም ብሄራት ኤሪትራ ደለይቲ ደሞክራስን ፍትሕን ኢዩ :: ብተወደድ ንደሞክራስን ፍትሕን ዝሓተተን ደው ዝበለን ሓቀኛ ብህዝቡ ሰስቆርቁር ቆራጽ ሓቀኛ ተጋዳላይ ሃገራዊ ኤሪትራዊ ኢዩ :: ማዕበል ዝበሎ ዘረባ ሓደገኛ ኣውራጅነት ዝቅስቅስ ኮይኑ ኮነ ኢልካ ኣብ መንጎ ብሪገይድ ንሓመዱ ዘይ ምርድዳእ ንምፍጣር ዝተኣልመ ዘረባ ምኻኑ ኩላቶም ኣባላት ብሪገይድ ንሓመዱ ከስተውዑሉ ይግባእ :: ህግደፍ ንብሪገይድ ንሓመዱ ንምብትታን ዘለዋ ዓቕሚ ድኹም ኢዩ :: ግን ኩላቶም ኣባላት ብሪገይድ ንሓመዱ ከስተውዑሉ ዘለዎም ህግደፍ ክትበታትን እንተ ኮይንላ ሓንቲ ተሪፋታ ዘላ ዕድል ኣውራጅነት ተጠቒማ ንብሪገይድ ንሓመዱ ፋሕ ፋሕ ምባል ጸቒጣ ኣጸቢቓ ምስራሕ ጥራሕ ኢዩ :: ብሪገይድ ንሓመዱ ድማ ነዚ ፈሊጡ ተረዲኡ ወይ ተዓዚቡ ኣብ መንጉኡ ነቓዕ ከይፍጠር ኣጸቢቑ ጥንቃቐ ክገብር ነብሲ ወከፍ ኣባል ብሪገይድ ንሓመዱ ሓላፍነቱ ተረዲኡ ሓላፍነት ወሲዱ ንህግደፍ ከፍሽላ ክቃለስ ይግባእ :: ብዕራይ ናብ ዘበለ የብል ዕርፊኻ ጸቒጥካ ኣትሪርካ ሓዝ :: ኩሎም ብሪገይድ ንሓመዱ ናይግድን ፈትዮም ጸሊኦም ክዕወቱ እንተ ኮይኖም ካብዚ ዱሑር ዝኾነ ናይ ኣውራጅነት ኣታሓሳስባ ናጻ ኮይኖም ብቕንዕና ክቃለሱ ኣለዎም :: ህግደፍ ጎዱፍ መአከብ ጓሓፋት ::
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 6 ай бұрын
U r right 100%
@fistumtesfamikael4336
@fistumtesfamikael4336 6 ай бұрын
አዛ ሞኒካ ትበላል ፍጥርቲ ከይትግራህ ብርጌደይ ረሳዕቲ ኣይኮንናን ኩሉ ስኑድ ዩ ናዛ ቐርናዕ ሞኒካ
@itrustingod3506
@itrustingod3506 6 ай бұрын
Best video....i like this guy... he loves to speak the truth keep going . TG and real Eri for ever..
@biniamzeru2931
@biniamzeru2931 6 ай бұрын
ብርጌተይ ደመይ ኣስተውዕል እዚኦም ባራዩ ይቅረ ዘይ በሃሎ በደል እዩ ዘለዎም ኩጋሓፉ ጥራይ እዮም ዘለዎም ።
@tsegahaylemichael1399
@tsegahaylemichael1399 6 ай бұрын
ስለዝይ ይካኣሎ ሓወይ ዓሰርተ ግዝየ ሽሞም ምልዓል ክብሪ ኢዩ ንመንደፍ ህግደፍ ሕጂስ የአክሎም ናው በልዎም ብዝኾነ ይካኣሎ ሓወይ ሰሰናዩ ናባኻ💙💙💙💙💙💙መለይ ንቕዲሚት
@dawitdebsh16
@dawitdebsh16 6 ай бұрын
ይክኣሎ ከም ሽሙ ይክኣሎ ❤ እዛ ናይ ብሽግለታ ክኣ ገለ በለና እባ ዘልመድካናስ ኣይትኽልኣና ❤❤
@tsegahaylemichael1399
@tsegahaylemichael1399 6 ай бұрын
ይካኣሎ ሓወይ ንቲ ዝተዋዶኦን ዝተረዶኦን ንበርግድ ንሓመድ ኣብ መንጎ ኣቲኻ ሕንፍሽፍሽ ንምባል'የ ምኽኒያቱ ራዕ ራዕ ዝብል ቃልሲ ግድን ኢዩ ኣብ ስሬኻ ምሻን ሃለውለው ልሙድ ኢዩ በራዩ ሕፍር በሉ💙💙💙💙💙💙መልይ ንቕዲሚት
@Marken-jb3ez
@Marken-jb3ez 6 ай бұрын
Yekealo anbesa brged nhamdu nkedmit 💙💙💙💙💙💙💙💙💙
@askedoetesfayohannes3241
@askedoetesfayohannes3241 6 ай бұрын
💐💐💐💎💐💎💐 ይከኣሎ ብራቮ ዝወደይ። ፈሊጥካዮም ነዞም መደናገርቲ። ህግደፍፋውያን
@sarontewelde4500
@sarontewelde4500 6 ай бұрын
💙💙💙💙💙💙 ኣብቲ ኩሉ ዝብልካዮ ይሰማማዕ ይከኣሎ ሓውና
@user-sy4re8ie4z
@user-sy4re8ie4z 6 ай бұрын
ኩሉ ብርጌድ ንሓመድ ክነቅሓሉ ዘለዎ ጉዳይ'ዩ 💙💙💙
@zashoshoza367
@zashoshoza367 6 ай бұрын
ባርያ ከደናግር ምምጽኡ ዝደናገር የለን ። ነዚኦም ጌና ብውልቂ ዝሕነቑሉ ርሑቕ ኣይኮነን ። ። ። ። ።
@meharitafere67
@meharitafere67 6 ай бұрын
ይከኣሎ መደባትካ ጽቡቕ ቀጽሎ ኣብዚ ክርደኣካ ዘለዎ በዓል ማዕበል ዶ ሞኒካ ኣይኮነን ዋላ እቲ ሓላፊኦም ኢሳያስ ይቅረ እንተሓተተ ጸገም ዘለዎ ኣይኮነን ብሕጋዊ መንገዲ ግቡእ መቕጻዕቶም ይቕበሉ ንስኻ እንተኺልካ ንበዓል ተድሮስ ኣብርሃ ገብረ ዘርኢ ሰናይን መሰልቶምን ነቲ ደላይ ፍትሒ ጠሊሞም ምስ ህግደፍ ዝወገኑ ዓገብ በል ካብ ጌግኡ ዝተኣረመ መርሓባ ኢልካ ተቀቢልካ ስደትካ የሕጽር ሰሰናዩ
@tsegena
@tsegena 6 ай бұрын
ኣታ ይካኣሎ ሓቅኻ ዘለኻ ሰብ ክኣምኖም ኣይክእልን እዩ ወዲ መለይ 💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙
@tiblezbella5693
@tiblezbella5693 6 ай бұрын
You get them Yekealo, neay nenchewas nab lokota !!!!!!! Nekid terah ! Blue Revolution! 💙💚🌿💚💙👍👍👍🍀🌿💫✨💫🙏
@WediNega
@WediNega 6 ай бұрын
ብራቮ ይኪኖ ዓርከይ💙💙💙ኣስተውዕል መንእሰይ እዚ ናይ ሞኒካ ይቅረታ ይኹን ናይ መኻይዳ በራዩ ጥንቃቀ የድልዮ እዩ እዚ ተልእኾ ዝተዋህቦም እዮም ዝዛረቡ ዘለዉ ⛔️ኣስተውዕል መንእሰይ ተቃላሳይ⛔️
@berekethaile6493
@berekethaile6493 6 ай бұрын
ሰላም ይካኣሎ ሓዉና ስሓቅ ቀቲልካና ድሕሪታ ዜና ሎቲም💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
@asmarasebatu2349
@asmarasebatu2349 6 ай бұрын
Yesssss Ykialo hawey felitkayom aleka zibesi sigai zdelwo yihnkisi
@samrawitabraha5084
@samrawitabraha5084 6 ай бұрын
Please, regime change.
@user-pn7sj1hp6w
@user-pn7sj1hp6w 6 ай бұрын
ብስም ይክኣሎ በጃኹም ሳፕስክራይፕ
@asmarasebatu2349
@asmarasebatu2349 6 ай бұрын
Ykalo kokahi menisey 💪💪💪 anafira kokah zey felitse ayihdnayin nezom barayu tibuk gerka felitkayom aleka 👍👍👍💙💙💙💙💪💪💪💙💙💙🌿🌿🌿💙💙💙
@atkaroking8919
@atkaroking8919 6 ай бұрын
Well said, brother yikalo. Justice will serve one day. Those ignorant higdef puppets, will pay the price for what they cause to our people. It’s all good people change but they should never get away with crime they commit.
@tomasmogos6239
@tomasmogos6239 6 ай бұрын
Brother, don't worry we just do it. Like, Share, Subscribe and comments.
@yordag9538
@yordag9538 6 ай бұрын
እዚኦም ኩሎም ሓሰውቲ እዮም💙💙💙💙
@user-sr9zl7wn2l
@user-sr9zl7wn2l 6 ай бұрын
I thanks you so much! KEEP IT UP!
@dawitwoldu4491
@dawitwoldu4491 6 ай бұрын
Absolutely 💯 percent you are right,the young generation needs to pay attention
@KibraMohamedKibraMohamed-xu9gs
@KibraMohamedKibraMohamed-xu9gs 6 ай бұрын
Merhaba yikealo hawey ajokha higdef methazi albo 😎😎👏👏👍👍❤❤🇪🇷🇪🇷
@user-xu3jc8of2n
@user-xu3jc8of2n 6 ай бұрын
Bravo yikalo tsubuk megletsi 🎉🎉🎉
@HadasGebregziabhair
@HadasGebregziabhair 6 ай бұрын
Hi yekealo I am always happy with all your amazing video, great job and well-done
@adhanomghebreyohannes9990
@adhanomghebreyohannes9990 6 ай бұрын
ይከኣሎ ጅግና፡ ኩሉ መንእሰይ ከምዚ ከማኻ ተባዕታይ እንተዝኸውን ሽግርና ምሓጸረ።
@rumelaaraya3780
@rumelaaraya3780 6 ай бұрын
ናይ አቦኦም ኢዮም ወሲዶም ምስ አመሪካ ስለያ ኮሎ ክጻረፍ ዝውዕል
@samiyow
@samiyow 6 ай бұрын
Good content bro , kemu gerka tray netom zrseu azekrom 💪
@user-xs4ns9ub5g
@user-xs4ns9ub5g 6 ай бұрын
ንፍዕ እኻ ይካአሎ ናይ ብሓቂ
@user-qc6sk2eg2h
@user-qc6sk2eg2h 6 ай бұрын
Well said 💙 👏 👌 👍 🙌
@miriamhabtemichael2393
@miriamhabtemichael2393 6 ай бұрын
Izom hasewti feshkwalat men imo kiamnom, fshulat gbrom ahfiruwom kabzi media ktefeu iyu zelewom
@selteneyohannes6469
@selteneyohannes6469 6 ай бұрын
Thanks
@rahelmaosho7804
@rahelmaosho7804 6 ай бұрын
Like like like 💙💙💙💙
@musaelteme-ob2sf
@musaelteme-ob2sf 6 ай бұрын
ይከኣሎ መድብካ ይፈትዎየ።ግን ኣብዚ ጉዳይ ዓቅሊ የድልየና ኣሎ።
@geriemengsteab6977
@geriemengsteab6977 6 ай бұрын
Ykealo btaemi eka mestewieali ketsil
@shamsahmed-oi4nl
@shamsahmed-oi4nl 6 ай бұрын
ሰማያዊ ሰውራ ክሳብ አስመራ 💙💙💙and መቀለ ❤❤💛💛🙏🙏
@selamgebre4802
@selamgebre4802 6 ай бұрын
Ajenda eyu tewahibwom monica, awel seid, mabel brged nhamedu b fkriyi nab hgdef mmlas 😢 autshewedu
@AMANUELBRHANE-jj8hu
@AMANUELBRHANE-jj8hu 6 ай бұрын
Ab hluf aynbern eyu welcome belom .btnkake GN🙋🙋🙋
@almazmokenne9705
@almazmokenne9705 6 ай бұрын
Yekalo Jigna 💙💙💙
@semerearaya7302
@semerearaya7302 6 ай бұрын
መርሓባ ሰላም ይካኣሎ
@teumberhe4355
@teumberhe4355 6 ай бұрын
Good job dear brother
@michaelahabtemichael4431
@michaelahabtemichael4431 6 ай бұрын
Good job brother ❤❤
@mearaftesfay7101
@mearaftesfay7101 6 ай бұрын
yikealo good job
@samsomfissahaye5286
@samsomfissahaye5286 6 ай бұрын
💙💙💙💙💙💙💙💙💙💯💯💯✅✅✅✅✅✅✅✅🙏
@GeSf-jc6ky
@GeSf-jc6ky 6 ай бұрын
ሰላም ይካኣሎ ከበቶም ዘድንቀካ ይቲቦራት ሓደ ንሰካ እካ እሟ ኣጀካ ቃፆለሉ ኣድናቅካ እየ ካብ ትግራይ
@amonuelsemere1860
@amonuelsemere1860 6 ай бұрын
100% Richtig
@martawoldyohannes888
@martawoldyohannes888 6 ай бұрын
We need encourage. Them
@shishaygebru2053
@shishaygebru2053 6 ай бұрын
Nay bin bro
@azeabgkidan5508
@azeabgkidan5508 6 ай бұрын
Serahe naye shbeya eye ayetetahmelu hadera zemdekiy amlak yehgzkum
@heyle128
@heyle128 6 ай бұрын
💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
@user-zz1zw6zx1q
@user-zz1zw6zx1q 6 ай бұрын
Yekealo Anbesa
@azeabgkidan5508
@azeabgkidan5508 6 ай бұрын
🙏🙏🙏💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙🙏🙏🙏
@user-yp5ez2mm7y
@user-yp5ez2mm7y 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@YT-hg6gz
@YT-hg6gz 6 ай бұрын
Ich muss mal sagen fach Man in sein Beruf 😅 toll mit dein Poloshirts einfach spitze aus Deutschland
@abelgere601
@abelgere601 6 ай бұрын
💙💙💙💙🌿🌿🌿
@jonathanamanuel8496
@jonathanamanuel8496 6 ай бұрын
💙💙💙💙💙BN
@mebrakghebre4321
@mebrakghebre4321 6 ай бұрын
💙💙💙🎉
@afrikaafrika8362
@afrikaafrika8362 6 ай бұрын
💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
@hayha4307
@hayha4307 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@user-zu2fl1ep4e
@user-zu2fl1ep4e 6 ай бұрын
EZIOM GHOHFAT BEAAL MAEBEL MONIKA REGISTER ZEKHONU XERE HEZBI JASUSAT EYOM ZEKYER NEGHER YELEN.
@ghenetgerezgiher3351
@ghenetgerezgiher3351 6 ай бұрын
Semayawi sewra yiwet 💙💚🩵🌿
@hizbawit
@hizbawit 6 ай бұрын
ala beal Monica, MAbel tegbru, what a political game. I wasn't surprised that they apologized. Monica feels betrayed by YPFDJ and does not know where she is going and seeks protection from Berged ne Hamedu. pls
@user-yx6gz9em4q
@user-yx6gz9em4q 6 ай бұрын
Netom Ashihat Mienti Ethiopia Midhan Zmotu Teresioms Btiyt Mimat Mis Abenayom Bmay Kiketluna Delyom Yibl Awel Zeysnka Husha Kortmelu Eu Negeru
@user-zr7sq1nb9i
@user-zr7sq1nb9i 6 ай бұрын
ይክኣሎ ለባም ሰብ ዋይ ዞምረስሓት ህግደፍ ንትግራዋይን ንተመንን ርእሱ ርእሱ ከምዘይብሉ ነበሩስ ድሕሪ ማይ ናብ ባዓቲ ድዩ ዝብሃል ህዝበይ ምስ ፀነተ ይቅርታ ታይክዓብሰና እዩ😢😢😢😢😢😢😢 ፍቅረይን ደቅነይን በሰንኮም ርአ ስእነዮም ምስ ይቅርታኩም ሒዝኩም ሰቅ በሉ ፍቅረይ ደቅነይ ኣነስ ኣይቀብፅን ዋ ምፅባይ ይሐሸኒ ከም ናይ ኣመለይ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@yafettube1539
@yafettube1539 6 ай бұрын
Yiki hawey plis nay sport ka aytesalna plissss nska ketekrbo kelka tray eyu bah zbleni plis 🙏
@mussieshow7840
@mussieshow7840 6 ай бұрын
Ajokum deki Erey keribna ena
@weynalem6166
@weynalem6166 6 ай бұрын
Pls ነዞም መነኣሰያት ከይግርሁ ደጋጉምኩም ንገርውም በዓል ምኑካ ኣትማን አየን
@sleepless001
@sleepless001 6 ай бұрын
ብርጌድ ንሓመዱ ኣብ መስመር ዕላማ ንቕድሚት፡ ሰማያዊ ማዕበል ሬጂም ቼንጅ!!
@samsomgrmay4858
@samsomgrmay4858 6 ай бұрын
እዞም በራዩ እዚኦም ተዓርዮም ኣይዕረዩን ዮም ብዝተፈላለየ መንገዲ ክመጹ ዮም ነቂሕና ንጽንሓዮም ንቃሕ ኣታ መንእሰይ ብርጌድ ንሓመዱ
@adiamkflu9172
@adiamkflu9172 6 ай бұрын
❤❤❤
@merry7267
@merry7267 6 ай бұрын
Yikreta naeziom ayemenin eyu, regime change 💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙👍👍🙏
@meuzhailu8621
@meuzhailu8621 6 ай бұрын
Like Like Like 💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
@yonastewolde1946
@yonastewolde1946 6 ай бұрын
ሻዕብያ ሰብ እንዳብኣሰ እዩ ዝነብር ሕጂ ካኣ ብደገፍቱ ጌሩ ህኮት ከእቱ ከይደቀሰ እዩ ዝሓድር ጥንቁቃት ንኩን
@nafisamohamed2235
@nafisamohamed2235 6 ай бұрын
💙💙💙💙💙💙👍
@mebrakghebre4321
@mebrakghebre4321 6 ай бұрын
💙💙💙💙💙💙👍🏾
@semusailortl7946
@semusailortl7946 6 ай бұрын
❤❤❤❤👌👌👌💙💙👍👍
@akberetfoto3360
@akberetfoto3360 6 ай бұрын
❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏💐💐💐💐💪💪💪💪
@senaithadish9105
@senaithadish9105 6 ай бұрын
💙💙💙💙💯💚
@Awliemeror
@Awliemeror 6 ай бұрын
🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
@selambahta145
@selambahta145 6 ай бұрын
ክክክክክክ ሓቂ በልካ ይካኣሎ ነብሲ ሰጉግዶ ይሰጉግ ኢዩ 💙💙💙💙💙💙💙
@Habenasgedom757
@Habenasgedom757 6 ай бұрын
🎉❤🎉❤🎉❤❤
@tibezerai5571
@tibezerai5571 6 ай бұрын
❤❤❤🎉🎉🎉
@Betnachanal9104
@Betnachanal9104 6 ай бұрын
Fano fano fano
@user-mi3uc5tl3j
@user-mi3uc5tl3j 6 ай бұрын
ሞኒካ ኩሉ ግዜ ብኣፋ ካብ ምሕራእ ኣይተቋርጽን ክንደይ ግዜ ይቅርታ ዘይትብል መመሊሳ ትዕሹ ድህልቲ ሰብ እያ so ባዕላ ትፈልጥ
@user-dx7dq4gt7h
@user-dx7dq4gt7h 6 ай бұрын
💙💙💙💙💙👍👌
@user-uo9fz8qh1i
@user-uo9fz8qh1i 6 ай бұрын
ፈሊጥካዮ ኣለካ ይክኖ ንዓሻ ኣንጉሓሉ ንለባም ኣምተሉ እዩ ግን ግዲ ዓያሹ ረኪቦምስ ዝኣምንዎም ኣይወሓዱን
@yosantrfe-yt6pk
@yosantrfe-yt6pk 6 ай бұрын
💙💙💙💙💙💙💙💙
@SamiraSamira-zn4su
@SamiraSamira-zn4su Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@Allcost2024
@Allcost2024 6 ай бұрын
Yikalo I’m Ben trots op jouw my brother
@zerizgigebrue3082
@zerizgigebrue3082 6 ай бұрын
Nemntay emo haberna nay berged nahamdu tv Eritrea terakb zeynkefit
@kiflemariam2509
@kiflemariam2509 6 ай бұрын
Anafra qoqoh zey felt si ayhadanayn hgdf tefultna ena semayawu sewura kisab asmera💙💙💙💙💙💙💙💙💙
@danielhagos7667
@danielhagos7667 6 ай бұрын
Yekrta ayngbrelomin eina
@dehayna6043
@dehayna6043 6 ай бұрын
Abe misaka ysemamaa iye. Iziom temelisom aytemeliaom zemxiiwo yelen
@1990selina
@1990selina 6 ай бұрын
Ⓜ️💙💙💙💙🌿
@user-gy1ge4if7c
@user-gy1ge4if7c 6 ай бұрын
Kkkkkkkkkkk😢😢😢😢😂😂😂😂😂😅😅😅😅😅😅😅
New model rc bird unboxing and testing
00:10
Ruhul Shorts
Рет қаралды 23 МЛН
ተፈጢሩ ዘሎ ናይ ኣውራጃ ምፍልላይ  | Yikealo Tv
21:08
Yikealo ይከኣሎ TV
Рет қаралды 33 М.
ሂፓፕ ማን ጀመረው ቀሽም ጥያቄ ነው!
2:27:36
ወቸው GOOD
Рет қаралды 90 М.
🔥 ጳጳስ  ን ኣብይ ዝቀተሎ ይጸድቅ ይብሉ ኣለዉ
32:51
ዳኒ ቤሪ reaction
Рет қаралды 65 М.
这个白天使真的坏到离谱啦。#天使 #小丑 #超人不会飞
0:33
Снимать продолжение ?😄
0:46
МЯТНАЯ ФАНТА
Рет қаралды 1,8 МЛН
СЛАБОВИДЯЩИЙ и ПОЛИЦЕЙСКИЙ
0:15
Клаунхаус Kids
Рет қаралды 1,2 МЛН