Awel seid ን ዉፉይ ኣይተምጽዎ በጃኹም ይብል፣ ብርጌድ ንሓመዱ ግሎባል መግለጺ ብዛዕባ ኢትዮጵያ | Yikealo Tv

  Рет қаралды 41,953

Yikealo ይከኣሎ TV

Yikealo ይከኣሎ TV

Ай бұрын

Beyene Gerzgiher, awel said, gdrar, yikealo tv

Пікірлер: 197
@user-sr9xl2sd1j
@user-sr9xl2sd1j Ай бұрын
አብ አዲስ ዘለኩም ተጋሩ ልክዕ ከምቲ ትማሊ አብ ፀልማት ሳዓትና አብ ጎንና ኮይኖም ድምፂ ዝኮኑና በርገድ ንሓመዱ ምሳኦም ዓጅብኩሙዎ ዋዓሉ ህግደፍ ናይኩልና ፀላኢ እዩ ዓወት ንበርገድ ንሓመዱ 💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💪💪💪💪💪💪🙏🙏🙏
@emm-rx2mz
@emm-rx2mz Ай бұрын
Giena kenesaqyekum ina bwshte wshti kemzi natkum yfaa gierna aynserhn ina.kk😂😂😂😂 elfi eray mray qlwlaw mennet zesaqyom gohafat....shaebya qelil mesilkum teqefidkum gudguad ktsefru ikum....atum gohafat
@habteghebre785
@habteghebre785 Ай бұрын
Ezi nay halibet gezawiti ab dege zelewu $3000 kefilom kisab hji zitewahbo seb yelen zitemelse genzeb yele hji kea nitegadelti wey nisnkulan entebelu aytiemenwom
@elsatawolde1249
@elsatawolde1249 Ай бұрын
ዓወት ንብርጌድ ንሓመዱ ኣጆኩም ኣሕዋት ❤✊
@SaeedMohammed22
@SaeedMohammed22 Ай бұрын
ያከአሎ አጆኻ ቀጽሎ ምሳኻ አለና
@user-fo1yy1gl3e
@user-fo1yy1gl3e Ай бұрын
،ፈሪሕኻ ዓወት የለን ብራዘር
@user-kd1co9cv2w
@user-kd1co9cv2w Ай бұрын
አዚ ዝብሃል ዘሎ ሓቅነት አለዉ አቲ ሕቶ ጸቡቅ አለዉ አቲ ምሰ መንገሰቲ ኢትዮጵያ ኩሉ አንተዘይፈለጦ መሪሕነታት ክፈልጡ አለዉም ብዘይ ዝኩነ እቶ ሰለ ዝተባሕለ ምእታዉ ጸቡቅ አይኩነን
@NaxnetkbretayuNzelalem
@NaxnetkbretayuNzelalem Ай бұрын
Anka bdhan mexaka ykalo💙💙💙💙
@johnandebrhan9941
@johnandebrhan9941 Ай бұрын
ውሕስነት ዝደሊ ተቃላሲ ክህልወና ኣይንደሊን ኢና ዋላ ሂወትና ክንህብ ኢና ድልዋ ምሽ ንዝረከብናዮ ንእሽተይ ዕድል ብፍርሒ ከነሕልፎ ናይ ኣዲስን ኩሎም ካብ ካሊእ ሃገራት ዝመጹ ልዕሊ ግሎባል ብ/ን ኢዮም ዋላ ብስርሖም
@agnesmeskel1399
@agnesmeskel1399 Ай бұрын
👍
@berhaneabrha2904
@berhaneabrha2904 Ай бұрын
መሽም ስርዓት ህግደፍ ነባሪ ኣይኮነን ንሕና ኤርትራውያን ግን ኩልና ሓንቲ ኣካል ኮይና እቶም ጀጋኑ ዝተስውኡላ ሃገር ካብ ህግደፍ መንጥልና ህዝባን መንእሰያታን ሓቁፋ ብሕጊን ቁዋምን ዝምእዘዝ መንግስቲ ክትከል እታ መዓልቲ ናጽነትና ብሑጉስ መንፍስ ክነብዕል ግዚኡ ኣይክነውሕን ኢዩ።
@TesfalemFitwi
@TesfalemFitwi Ай бұрын
Yes nusu u eti haqi
@hanstesfu3624
@hanstesfu3624 Ай бұрын
ይካኣሎ፡ብዛዕባ ብርጌድ ንሓመዱ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ፡እንታይ ስምምዕ ስለ ዘሎ ወይ ኣፍልጦ ናይ ግሎባል የብሉን ፡ንዝብል ፡ተኹቲኽና ተኻቲኽና ነቲ ሒዞሞ ዘለው ኣካይዳ ሃህ ኢሎም ኣብ ክዛረቡ ሚስጢራት ስምምዕ ከውጹኡ ኣይንጸበ፡ጎጽጉጽና ነቶም ባራዩ ሚስጢራት ከይነረክብ ትዕግስቲ የድሊ
@TESFAYBIRHANE-nc9mw
@TESFAYBIRHANE-nc9mw Ай бұрын
ATA hedami kab eropa kthedm ena nfelteka❤❤
@zaidtesfaldet
@zaidtesfaldet Ай бұрын
Hawey Natey Wefei s Keykeyd Amkrwo Mkniatu Ab Lealuou Himak Keyhasebu Eyu So Bezeytekrbo Medeb Kurua Eya Dankeschön Bro
@OgbaiZera
@OgbaiZera 13 күн бұрын
ኣጆካ ይካኣሎ ድሕሪ ሕጂ ህዝባዊ መንግስቲ ከይተከልና ብሓሶትን፡ ትምክሕትን፡ ወተሃደርስዊ ዕንደራን ዝረጋገጽ ፍትሒ የልቦን፡ ሰላም ህንጸት ሃገር ፍትሒ ኣቐዲምካ'ዩ ዝምስረት። ህግድፍ ብስላም እምቢ እንተልዩ ድማ ክምቶም ቀዳሞት መሰልቱ ክሲቦም'ዩ። እዚ ባህረ ተፈጥሮውን ምሕላፉ ዘይተርፍ ኮይኑ ነቶም ገልዳማት ንሱ ዝስርሖም/ሕን ክሳብ ዝጋሃድ ዝከውን ኣይምስሎምን'ዩ። ዝነቐጸ ገረብ ቂሩጽካ ንድርባ ሓዲሽ ፈልሲ ንስ ሓዱሽ ኣተሓሳስባ ምምስርት ሎሚ ዝበሰለ ዳኢሮ ኮይኑ ኣሎ። ኣጆኩም ንበሎም ህግድፍ ኢድሚኡ ጸንቂቑ ንየማን ንጽርጋም ሰንከልከል ክብል ካብ ዝጅምር ነዊሕ ኮይኑ። ኣንጻር ተፈጥሮ ክቃለስ ዝክእል ፍጡር የልቦን። ስንከልከል ምባሉ ኣይኮነን ይእክለኒ የቐንየለ ዝሃብኩምኒ ክብሪ ብዘይምባሉ ድምበርዶ ፍጡር'ዩ ጸባ ጡብ ወላዲቱ ዝጣዓመ ኣይመስለን። እተን ቀብዲ ወካዲቱ ንሱ ክውለድ እየን መይተን መንግስተ ሰናማይ የዋርስን። ንዓና ግን እሾኽ ዓጋም ገዲፈናልና ከይደን እዚውን ንሓጥያቱ መቕጻኢቲ ከይኮነ ኣይተርፍን። ድሕሪ ጽልማት ብርሃን ኣሎ!!!
@user-ft9vb7xx8h
@user-ft9vb7xx8h Ай бұрын
Tanks bro ❤❤❤❤
@erm3806
@erm3806 Ай бұрын
ሰላም ይከአሎ ከምቲ ዝበልካዮ ብአፍልጦ ናይግሎባል ብርገድ ንሐመዱ ከምዘይከዱ ግልጺ ንምግባር ደአ እምበር አብኩሉ ዝምስረት ብርገድ ንሐመዱ ብድልየቶም ተጠራኒፎም እጃሞም ይገብሩ እምበር ብትእዛዝ ግሎባል ንሐመዱ ክግበር አብኩሉ ዐዲ ባዕሎም መንእሰያት ዝገብርዎ ስራሕ ኢዩ ይብል ከም ዝርደአኒ
@sarames1717
@sarames1717 Ай бұрын
Top❤❤❤
@TESFAYBIRHANE-nc9mw
@TESFAYBIRHANE-nc9mw Ай бұрын
AB kalsna bzuh ankifat koganf eu azni ay tgbrlu zerkabe yerkb OTI zdelase ydeks❤❤
@smi0717
@smi0717 Ай бұрын
Km Eritrawi n Eritrea eko zynfelta bsnki blokotat 💙💙💙💙💙
@astunabellastuna4547
@astunabellastuna4547 Ай бұрын
Asey shikor I ❤❤❤❤
@merry7267
@merry7267 Ай бұрын
Thank you ykealo 💙💙💙💙💙👍🙏
@shewitfsahaye6492
@shewitfsahaye6492 Ай бұрын
I am proud of you brother 💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
@user-um7wb4wv9c
@user-um7wb4wv9c Ай бұрын
awet nakum berged nhamedu ahwatna ❤💙
@brhanehabte7757
@brhanehabte7757 Ай бұрын
thanks ykaolo hawna ybel agalaltsa
@senaytabadi-kf5tx
@senaytabadi-kf5tx Ай бұрын
ታይ ዓነት ጉድ እዩ መገዛ ዓድካ ዘትቀሳቀስ ናትኩም ክሰምዕ ከለኩ ተመስገን እየ ዝብል አብ ትግራይ ታሰራ ዝብልካ እካ ፈቃድኡ ትከድ ፈጣሪ ፍትሕ ክበኩም ተስፋ ይገብር😢
@selinagere3359
@selinagere3359 Ай бұрын
💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
@Bisheleibrahim-hz9jn
@Bisheleibrahim-hz9jn Ай бұрын
ስላም ስላም ይካኣሎ ኢዘን ብህዝቢናንን ብግሎባልን ዘለዋ ስክፍታታት ነቶም ኣብ ኣድስ ዘለው መራሕት ኢንተትውከስ ምተራጎደ
@amanuelgebrezgiabher6918
@amanuelgebrezgiabher6918 Ай бұрын
Yikalo niska dea nab Ethiopia zeytiwerd.
@Trhas832
@Trhas832 Ай бұрын
Anbesaaaa ykaliooo af wxuatt sle zkonka ❤❤❤❤
@tewzoldebereket9952
@tewzoldebereket9952 Ай бұрын
መርሐባ ይክአሎ ንእሽቶ ሐውና ነዚ ትገብሮ ፍትሐዉ ቃልሲ የመስግን ልዕሊ ኹሉ ነቲ ሐቂ ንምቅላዕ እቲ ህዝብና ሐቅን ሐሶትን ንኽፈልጥ እተገብሮ እዋናዊ ሐበሬታ የመስግን እስኻትኩም እዞም ንአሽቱ ወለዶ ጹሩያት በዚ ናይ ህግደፍ መረዚ አይተለኸፍኩምን ስለዚ ንስኻትኩም ኢኹም መራሕትና እሞ አጆኹም ኽብል እፈቱ እንቋዕ ንዕለተ ልእላውነት ኤረትራ ብሰላም አብቃዓና ነቲ ተረፉ ዘሎ ቃልሲ ንሐርነትን ናጽነትን ሕገውነትን ድማ ኢደይ ኢድካ ተባሀሂልና አብቀረባ አብዓወት የራኽበና
@weldabyacob5906
@weldabyacob5906 Ай бұрын
ዪካሎ ሃወይ ናተይ ጂግና ኢካ ኒሲካ ዘረባካ ሩቱብ ኣታሃሳሲባካ ቡሱል ናይባሃቂ ቡሉጽ ተቃላሳይ ኢካሞ ኣጆካ በርቲኢ ቀጺሎ ኩሉ ጊዘ ኣብ ጎኒካ ኢና
@2ge-sfi532
@2ge-sfi532 Ай бұрын
05/24/2024 12:02 AM EDT Antony J. Blinken, Secretary of State On behalf of the United States of America, I congratulate the Eritrean people on the 33rd anniversary of their nation’s independence. Working together towards our shared goals of peace and stability in the Horn of Africa will open opportunities to strengthen the ties between our peoples. ezi wedhankum ,, hawkhum Efraim Beyin ,, kab Gävle - Shweden..,
@TESFAYBIRHANE-nc9mw
@TESFAYBIRHANE-nc9mw Ай бұрын
Srat hemasen akli xebibwom sle zelo AB diaspora mktal awugu alo tesa tebages flsefa ay tebzh arkb nkiros gnbar zalanbesa❤❤
@user-cl1km4jk6h
@user-cl1km4jk6h Ай бұрын
💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💪🏾💪🏾💪🏾
@mibrakteka1848
@mibrakteka1848 Ай бұрын
Egziabher yeezizu birkkkkkk 3:05 yeblkum BN, kemu wun Yikealo hawna ❤❤❤
@user-rt3up7gs9i
@user-rt3up7gs9i Ай бұрын
Galey asray kfli tmahart sdra nktre nadkeyh ktri ay kaletn ala zhawey ezi hzbi aynelbnu ykftelu keyh bndra endalalka dekna deki 18 20 asatat blomom wshtna thamisu ente ezi gyla nxnt alo zbl mnesey egzabhr nab smyawitey ymlesom ❤❤❤❤
@TESFAYBIRHANE-nc9mw
@TESFAYBIRHANE-nc9mw Ай бұрын
Selam yikealo hewna jigna tebae nay rasi tesama zwesadka eka Ada akotatka kea anda dolo eka❤❤
@semereabsamuel7076
@semereabsamuel7076 Ай бұрын
Ykalo hasot haki aykonen Drar kemaka naysebat zykone nay xelewti u zemxii bkulu u
@TsritGoytom-ro8nm
@TsritGoytom-ro8nm Ай бұрын
💙💙💙
@AmericanBestwings
@AmericanBestwings Ай бұрын
Ertrawi koynka seletekalese beaemi kebri aleni , the only channel I like 👍💙💙💙💙✊✊✊
@Bulu-fm6ex
@Bulu-fm6ex Ай бұрын
Yokalo wedi Adbakel Kemey Aleka btqrbo kulu ykatatelka Eye btami xubuq qexile lomi nab betkrtyan ksalemu zmoxu meEseyat bhayli bdera gzu Edabelu kgzEwom Arfidom Ab (Juba) Bflay nseb Botat AqlAtom
@nahappy9208
@nahappy9208 Ай бұрын
💙
@user-qn3qx5pf4k
@user-qn3qx5pf4k 10 күн бұрын
👍👍👍❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@WiliQachil-hs2mf
@WiliQachil-hs2mf Ай бұрын
ሰላምካ ይብዛሕ ይክኣሎ ሓውና 🎉😊
@user-gt1ib7hp2t
@user-gt1ib7hp2t Ай бұрын
💙💙💙💙
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 Ай бұрын
ኣረጊት ኸዳዕ ተንኮለኛ ኢሳያስ ንምንታይ ጥልቅ ዝበለ ጽልኢ ኣብ ኣምሓራይን ኣምሓርኛ ዝዛረቡ ተጋሩ ብልቢ ይፍንፍኖ ሓቀኛ ጎኑ እዩ !!!
@user-zv5lk5di3z
@user-zv5lk5di3z Ай бұрын
ያኪ
@fnanbrhane3074
@fnanbrhane3074 Ай бұрын
Ajona yka hawey kem wetru blux srah 💙💙💙💙💙.
@e.gebremedihen9551
@e.gebremedihen9551 Ай бұрын
ብርግየድ በቲ ሓቂ ወተሃደራዊ ትርጉሙ ካብ መስርዕ እዩ ዝጅምር ቀጺሉ ጋንታ ድሕሪ ጋንታ ሓይሊ ድሕሪ ሓይሊ ቡጦሎኒ ብድሕሪኡ ብርግየድ ኣልዕል ኣቢልካ ኣብ ስደት ተስፋ ዝቆረጽካን ኣብ ቁጽሪ ሰባት ዘየለኻን እምኒ ሒዝካ ነዚ ትርጉም ዘለዎ ብርግየድ ኢልካ ነብስኻ ክትጽውዕ ማዕረ ክንደይ ነውራም ኢኻ እቶም ዝመርሕዎም እልፊ ዋጦትን ፊደል ዘይቆጸሩ መሃይምን ቁሩብ ሕፍር እስኪ በሉ ኣብቲ ኣብስንያዊት መርየትኩም ከይድኩም ድላይኩም ግበሩ ቭሽም ህዝብና ግን ሰናቲም ምእካብ ደው ኣብልዎ
@tirhasghbray1049
@tirhasghbray1049 Ай бұрын
Selam Yekalo weday
@heidshop4103
@heidshop4103 Ай бұрын
🙏🙏🙏🙏
@kibromberhe9492
@kibromberhe9492 Ай бұрын
Yekalo tv is good
@mirimiri3396
@mirimiri3396 Ай бұрын
❤💙
@teweldeberhane6235
@teweldeberhane6235 Ай бұрын
Well come
@samielzewde3145
@samielzewde3145 Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@binamhabtu5939
@binamhabtu5939 Ай бұрын
ሰላም ሰላም ይኪ ሓውና❤❤❤
@michaelissack9271
@michaelissack9271 Ай бұрын
❤❤❤
@shewitfsahaye6492
@shewitfsahaye6492 Ай бұрын
Welcome brother 💙 💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
@nafisamohamed2235
@nafisamohamed2235 Ай бұрын
1:26 💙💙💙💙💙🙏🏾
@fitsumteklebrhan6386
@fitsumteklebrhan6386 Ай бұрын
💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
@shamram6200
@shamram6200 Ай бұрын
💙💙💙💙💙💙💙💙💙👍🏿
@yosiefokbay4008
@yosiefokbay4008 Ай бұрын
Ykalo hngol adgi
@fnanfnan9803
@fnanfnan9803 Ай бұрын
ፍሊ ምስኪን ቆልዓ ኢዩ ንህግደፍ ኣይፈልጦን ኢዩ ማዕረ ክንደይ ጡኑቁቅ ኣብ ሓላፍነቱ ብዛዕባ ህዚቢ ኤረትራ ቅንጣብ ከምዘይግድሶ.ከም ድላይና ተተንቃሳቂስና ዳኣ ጉሩብ ፈጢርና ቀደም ዘይንግምጥሎ ዘይንፈልጦ ዝነበርና መሱሉካ ሙሱኡ ኢኮና ዓቢና
@EvenTekle-bc1jj
@EvenTekle-bc1jj Ай бұрын
Xebaq ketfaikm wel mes tagr tebr
@ghenettedla3742
@ghenettedla3742 Ай бұрын
Give chance to berged nehamedu in Ethiopia why everyone they want to know everything it's hard to trust everyone because we've enemy each other 💙💙💙💙💙💙💙
@simretaraya1969
@simretaraya1969 Ай бұрын
❤❤❤❤❤
@adonay7097
@adonay7097 Ай бұрын
ይከዓሎ ዋው፣ አስመራ አስመራ ትሰምዒ ዶ አለኪ ሎሚ ብማዕዶ ፅባህ ምሳኪ
@omerabdella5944
@omerabdella5944 Ай бұрын
Taawet taawet hiji xeba astikumuna berged nhamedu ab eroupe zeykone ab ethiopia sudan jibouti keaared alewo hgdef fet fet ktbll ya hezebey qeribka ika kab shaebya ketnagef
@abebagrmay2619
@abebagrmay2619 Ай бұрын
ሰበይ❤❤❤
@nasinetb1462
@nasinetb1462 Ай бұрын
💙💙💙🙏🏾🙏🏾🙏🏾
@senaithadish9105
@senaithadish9105 Ай бұрын
💙💙💙👍👍
@Fithawizeru
@Fithawizeru Ай бұрын
Yeka haweye ajoka
@chuchechuche1335
@chuchechuche1335 Ай бұрын
ካብ ማኣስ ከ ጉሎባል ሓላፍነት ወሲዶም ይፈልጡ??? እቲ ሙስየ ዝባሃል ሽም ድዩ ዝደሊ ዘሎ ኮይኑ ሃለውለው ዝብል ዘሎ
@yemanefrey6253
@yemanefrey6253 Ай бұрын
Medere tegeray
@letebrhantesfasillase576
@letebrhantesfasillase576 Ай бұрын
❤❤❤🎉🎉🎉
@konjithagos7591
@konjithagos7591 Ай бұрын
Anta hesawi maaibel ni 6 mekina zikedalu ayikonen biegirika biselam tikedeli aedi yebilikan
@user-qc6sk2eg2h
@user-qc6sk2eg2h Ай бұрын
💙💙💙💙💙💙🙏🙏🙏👍👍👍💙💙💙
@Hadera-od7jn
@Hadera-od7jn Ай бұрын
Dahan eyu firkom bigirhom firkom bishinetom! Tselaiom zeyfeltu iti abiy malet eseyas mikhanu zeyfeltu ayashu alewuna!🎉
@ghenetwoldeiesusmenghistu3330
@ghenetwoldeiesusmenghistu3330 Ай бұрын
💙💙💙🙏🙏💙💙💙
@Hagoshbdgu-zx5vf
@Hagoshbdgu-zx5vf Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@mulugeta481
@mulugeta481 Ай бұрын
ማዕበል ቦግበል
@ZoromMeles
@ZoromMeles Ай бұрын
Azi nay adis abeba bmshtr mhaz yhaysh ksab zeteamamn
@LucasHaile
@LucasHaile Ай бұрын
Bregedey 💙💙💙💙💙💙
@freweynikidane4943
@freweynikidane4943 Ай бұрын
Eza hager ayhalfelan eyu
@amonabeba4005
@amonabeba4005 Ай бұрын
💙💙💙💙💙
@medhin8187
@medhin8187 Ай бұрын
💙💙💙💙✊😊
@johnhazard7416
@johnhazard7416 Ай бұрын
💙💙💙🌿🌿🌿🌿🩵🩵🩵AJona ykailo hawey
@Teklitk
@Teklitk Ай бұрын
ስለምንታይ ኢና ንሕጊ እና ተቃለስና ሕጊ ንጥሕስ። ብመጀመርታ ብዘይ ኣፍልቶ ጉሎባል ኪሮስ ክንድዚ ክስጉም ጀሚሩ። ስለዚ ብመጀመርታ ኪሮስ እዩ ክሕተተሉ ዘለዎ። እቶም ጉሎባል ካኣ ጽብቅ ጌርኩም ዘይትፈልጥዎ ኣይንፈልጦን ምባል እያ፡ ስለዚ ብሕጊ ንመራሕ።
@yosiefkiros7104
@yosiefkiros7104 Ай бұрын
ኣንታ ሓወይ ጉሎባል ዶ ጉልባብ ኣይትበለና ነዓና ዘድክየና ብመን ይመጽእ ብዘየገድስ ሰላም ኢዩ ዘድክየና መን ኢዩ ጉሎባል ኢዩ ዝውንነና ኢሉካ እስኻ ተኣሚንካሎም ደቂ ሰማንያ እንዳፈጋእካ ንበር ጀጋኑ ግን ይወርዱ ኣለዉ ቃልሲ እንፈራህካ የለን😊
@Adulis783
@Adulis783 Ай бұрын
መቸም ቓልሲ ንምዕንቓፍ ዘይግበርን ዘይበሃልን የለን። በርጌድ ፡ንሓመዱ ከኣ ማንም ሓላፍነት ዝስከመሉ የለን ቓልሱ ከኣ ሂወት እንዳከፈለ ኣብ ኩሉ ጨናፍር ናይ ዓለም ይዋደቅ ኣሎ። ናይ ኣዲስ ጉዳይ ከኣ ብትብዓትን ጅግንነትን ድምጻዊ ኪሮስ ተጀሚሩ ኣሎ ቅድሚ መግለጺ ምውጻእኩም ንስኩም ክትገብርዎ ዝግባእ ንሱ ገይሩዎ ቀዲሙኩም ነዚ ከኣ ሓገዝን ምትብባዕን እንበር ካልእ ኣየድልዮን ኢዩ።
@fguu8879
@fguu8879 Ай бұрын
ንሓመዱ ❤❤❤
@user-qp8gi4ov9u
@user-qp8gi4ov9u Ай бұрын
😮😮😮😮😮
@habtomhaile6016
@habtomhaile6016 Ай бұрын
💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 Ай бұрын
ደም ደም ደምብያ ደምበዛን ማለት ብኣምሓራይን ዘምሓርሓርኩምን ንዘመናት ዝተሳቀና ዘብሄረ ኣገው ቢለን ኢና !!
@binyammehreteab8598
@binyammehreteab8598 Ай бұрын
እዛ ናይ ግሎባል ስ ደይዋሓጥልካን
@johnki8665
@johnki8665 Ай бұрын
hi
@lilyc7858
@lilyc7858 Ай бұрын
💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
@TESFAYBIRHANE-nc9mw
@TESFAYBIRHANE-nc9mw Ай бұрын
Ay nkbelamun ena ezi ankifat malakti eu kab nay wufuy ztegabre melakti ei ezi mistr kkewn ykl eu mistrom kgelxlka ay kealun eyom mitr ktfaltu hrdig ay tbelu
@raheldaniel9941
@raheldaniel9941 Ай бұрын
N barka zeynwerd
@AaAa-km9pk
@AaAa-km9pk Ай бұрын
Bezay wuhsenet muwrad ethi geagayou
@Bulu-fm6ex
@Bulu-fm6ex Ай бұрын
Malatat Bhayli seb Botat Awtisti Juba
@zera1464
@zera1464 Ай бұрын
so yiu leaders of Brged Nihamedu only talkin so when do going to take action. Do you think taking action after all eritreans left the country.
@haneber7369
@haneber7369 Ай бұрын
💙🆓ይከኣሎ፣ 24 ግንቦት መዓልቲ ጸል👎ማት'ያ።🆓💙
He sees meat everywhere 😄🥩
00:11
AngLova
Рет қаралды 11 МЛН
Мы никогда не были так напуганы!
00:15
Аришнев
Рет қаралды 6 МЛН
OMG🤪 #tiktok #shorts #potapova_blog
00:50
Potapova_blog
Рет қаралды 18 МЛН
ሀ እና ለ ሙሉ ፊልም Ha Ena Le full Ethiopian film 2018
1:43:19
"ተዳሎ" ኪሮስ ኣስፍሃ ምስ ብርጌድ ንሓመዱ ኣብ ኣዲስ ኣበባ
1:04:58
Фэйворит жвачка А? (2024)
0:22
Екатерина Ковалева
Рет қаралды 1,1 МЛН
Когда летишь первым классом VS эконом классом
1:00
Время горячей озвучки
Рет қаралды 1,8 МЛН
agak Laen ni🤣
0:43
Brewok Ndeso
Рет қаралды 19 МЛН