ብቀጥታ ዝመሓላለፍ ቃለ መሕተት ምስ መንእሰይ ሜሮን ተኽለሰንበት ኣብ ሓፈሻዊ ፖለቲካዊ ኣጠማምትኡ

  Рет қаралды 142,279

ERISAT

ERISAT

10 ай бұрын

ብቀጥታ ዝመሓላለፍ ቃለ መሕተት ምስ መንእሰይ ሜሮን ተኽለሰንበት ኣብ ሓፈሻዊ ፖለቲካዊ ኣጠማምትኡ

Пікірлер: 827
@ERISAT
@ERISAT 10 ай бұрын
ኣባላት ኤሪሳት ክትኾኑ ንትደልዩ ኣብዚ ብምእታው ኣባላት ክትኾኑ ንዕድም 👇 kzfaq.info/love/uGlhBoxVNUBIAtP4-0Kqfwjoin
@Asli-boyyyyyyy
@Asli-boyyyyyyy 10 ай бұрын
ሜሮን ሓፋር ህግደፍ ሱቅ ጥራይ በል ተ ተገጥምካ ኣለኻ ከም ብዓል ንስኻ እዮም ከፊኦሙና ዘለው ክንጻረ ኢና ድሓን::👂👈
@amanuelwinta5415
@amanuelwinta5415 10 ай бұрын
Dehar kea eza chanel tigray sat ilka qeyra aytedenagr leba.
@amanuelwinta5415
@amanuelwinta5415 10 ай бұрын
Siq bel ata hafar tplf.
@user-ls9oh7wr8m
@user-ls9oh7wr8m 10 ай бұрын
@@Asli-boyyyyyyy እሞ ህግደፍ ወርቂ ዝኾነ ዕላማ እንድዩ!!! ኣብ ኤርትራ ህዝባዊ ደሞክራስን ፍትሕን ምንጋስ!!! ንስኻኸ ዕላማኻ ንህዝቢ ኤርትራ እንታይ ኢዩ?
@feruzsolomon3814
@feruzsolomon3814 10 ай бұрын
@@Asli-boyyyyyyy ክቡር ሓው ንስካ ሓፋር ህግደፍ ኢልካ ትጸርፎ ። ናዓካ ካኣ ትግራዋይ ኢሎም ይጸርፉካ ። ስለዚ ብዝመሰለካ ወይ ምሳካ ዘይሳማማዕ ሓሳብ ዝሓዘ ዝደለካዮ ስም ምጥማቅ ጠባይ ኤርትራውያን እንዳኮነ ይመጽእ ኣሎ ስለዚ ንታኣረምሉ። ተዘይኮይኑ ከምዚ ነዚ ሓውና ዘይኮኖ ተሰክሞ ዘልካ ዘይኮንካዩ ዘሰኩምካ ከምዘልዎ ምስትውዓል ከድልየካ እዩ እሞ ።
@user-lx9rk1nx6n
@user-lx9rk1nx6n 10 ай бұрын
ሜሮን ዘይከም ዕድሚኡ ስማራት መንእሰይ 80 % ኤርትራዊ ኣብ ናይ ሜሮን እዩ ሓሰብን ቃልሲ እዩ ዝሰማማዕ this is the truth ❤❤❤❤
@tesfaldetabrha772
@tesfaldetabrha772 10 ай бұрын
What about 20% 🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣?????????????????????
@MeronGebre-qk8bu
@MeronGebre-qk8bu 10 ай бұрын
yes
@Erenahagerejeganu
@Erenahagerejeganu 10 ай бұрын
ናይ ሜሪ ንሰማምዓሉ ኢና እቲ ሓቀኛ ተቃላሳይ ከኣ ንሱዩ ትግራይ ትስዕር ጸላእኹ ደቂ ለቋምጽ
@ak4ever818
@ak4ever818 10 ай бұрын
I agree with you 💯. God bless Eritrea 🇪🇷.
@weditesejon9807
@weditesejon9807 10 ай бұрын
Ja nay behaki asmirela aleku
@asertv3254
@asertv3254 10 ай бұрын
Meron jegna Eritreawy anbesa tekalasay 🇪🇷🇪🇷👮🤴👂እዝንን ኣእምሮን ዘለዎ ካብ ሜሪ ክንመሃር ኣሎና❤ቀጽሎ ኩሉና ኣብ ናይ ሜሮን ደገፍቲ ዘሎና ኣብቲ ናቱ ትምህርትን መግለጽን ንከተሎ ኩሉ ኤርትራዊ ንሜሮን ክኽቶሎ ኣሎዎ ሜሮን ጅግና ቐጽሎ ናትካ ተኸተልትን ተማሃሮን ኣሎና ክንረኽበካ ንደሊ እውን ብዙሓት ኤርትራውያን ኣሎና ።❤
@Erenahagerejeganu
@Erenahagerejeganu 10 ай бұрын
ናይ በሓቂ
@danielkidane3572
@danielkidane3572 10 ай бұрын
ሜሮን ክዛረብ ከሎ ልበይ ይመልኣለይ። ኣነ ዝዛረብ ዘሎኹ ኮይኑ ይስምዓኒ። Thank you Henok for bringing him.
@simonmengstab2620
@simonmengstab2620 10 ай бұрын
Kid terewaei agame hasawi fake
@danielkidane3572
@danielkidane3572 10 ай бұрын
@@simonmengstab2620 በዓል ንስኻ ንሳ እያ እታ ብቕዓትኩም። ኣበይ ንኸይድ ኣለና ከይበልኩም ተዓሚትኩም ትጎዩ። መን ናይ መንነት ዓደልቲ ገይሩኩም መደንገጻት።
@hailemedhane8080
@hailemedhane8080 10 ай бұрын
ብጣዕሚ ዝገርም ቃለ ምሕተት ናይ ልበይ ተዛሪብዎ ሜሪ ከየቃረጽኩ ዝሰማዑኩዋ ቃለ መሕተት ከማካ ይብዙሑ መንእስያትና ክፍወሱ ። ኣድኒቀካ ❤
@BeLLa-eo9xr
@BeLLa-eo9xr 10 ай бұрын
💯%
@kb7585
@kb7585 10 ай бұрын
ሜሮን ፡ ምቁዋም ንቡር እዩ ምስ ሃገር የብላናን እንዳበሉ ባንዴራ ፈደሬሽን ሒዞም ዝሽቅጡ ባንዳታት እሞ ከመይ እዩ ክኸዉን ዉጽኢት ተቓዉሞኻ
@GebrehiwetOkbay-yc1ud
@GebrehiwetOkbay-yc1ud 10 ай бұрын
ሓደራ እቲኦም ሙሁራትና ንሜሮን ሳዓብዎ
@mttube8844
@mttube8844 10 ай бұрын
😂😂😂
@znabEntertment
@znabEntertment 10 ай бұрын
ሓቐኛ ተቓላሳት ከምዚ ስነ ሓሳብ ዩ ዘለዎ
@ablelomg7913
@ablelomg7913 10 ай бұрын
ሜሮን ብጣዕሚ ቃልሲ ከዐውት ዝክእል መንእሰይ እዩ፡ክሰዓብ ዘለዎ ሰብ እዩ ኣንበሳ❤
@AaAa-km9pk
@AaAa-km9pk 10 ай бұрын
መሮን ናይ ባሓቂ በለጽ አተሓሳስባ ከሳዓብ አለዎ
@mebrahtukiflom6720
@mebrahtukiflom6720 10 ай бұрын
ሜሮን ናይበሓቂ ቡሉጽ መንእሰይ ተስፋ ደሎዎ ❤❤❤❤ ኣጆኳ ቀጽሎ እየ ድብለካ
@tsegaygebru9534
@tsegaygebru9534 10 ай бұрын
ቤት ማእሰርቲ እዩ ዝብሃል እሱር ቤት ኣምሓርኛ እዩ፥ እታ ቃል ብትግሪኛ ትርሳዕ ወይ ትጠፍእ ኣላ እመስለኒ፡ ቤት ማእሰርቲ እንተ ንብል ጽቡቕ ምኾነ እብል።
@tinates7354
@tinates7354 10 ай бұрын
Meron is wise for his age . Smart,intelligent and logical young man . I wish there are more of him in the internet. The country could be healed . He needs to come out and and reach out many .
@semhareyob7627
@semhareyob7627 10 ай бұрын
ሚሮን ከም ልበይ ❤❤❤
@Erenahagerejeganu
@Erenahagerejeganu 10 ай бұрын
ነዚ መንእሰይ ነዕብዮ ሓቀኛ ተቃላሲ 100%
@meharikahsu8312
@meharikahsu8312 10 ай бұрын
ሓቄንያ ተቃዋሚ ሜሮን ተክልሰንበት like me 97 ሚእታዊት ከም ናተይ አተሓሳስባ ዝውንን መንእሰይ
@user-tf5pw5mr6t
@user-tf5pw5mr6t 10 ай бұрын
ዝፈትዎ ስነ ሓሳብ ኣብ ዝፈትዎ ሜድያ ኣጆካ ሜሪ ሓወይ ብሱሉን ስልጡንን ስነ ሓሳብ ኢዩ ዘለካ እሞ ቀጽሎ።ሄኖካ ውን ዘለካ ስነስርዓት ትሕትና ብስለት ኣትሓሳስባ ዓቅሊ ኣቀራርባን ናይ ብዙሓት ኣብነት ኢኩም ኣጀኩም በርትዑ።
@ak4ever818
@ak4ever818 10 ай бұрын
Eritrea for Eritreans. We are proud of Meron. God bless Eritrea 🇪🇷.
@abduhusen4899
@abduhusen4899 10 ай бұрын
መሮን መትኒ መንእሰያት ኩላ ኤርትራ ትሽትት ምሳኻ ኢያ ዘላ ❤❤❤❤❤❤
@Generalwechu
@Generalwechu 10 ай бұрын
ዝኸበርካ ሄኖክ ሓወይ ምስ ንኡስ ወደይ ሜሮን እዚ ዝገብርኩሞ ቓለ ምልልስ ብልቢ እንዳ ኣመስገንኩ ናብ ሜሮን ወደይ ስላም ኣብጽሓለይ 🙏❤🙏 ናይ ሎሚ ንኣሽቱ ወለዶ ከም ብዓል ሜሪ ክትረክብ ቑሩብ ጽብብ ይብለ የግዳስ 1 ከማሰርተ ዝበልዎ ወለድና ልቦና ዘለዎ ሓሳብ ሰሚዐ እሞ ልቦናኻ መመሊሱ ይዕበ ንኡሰይ ሜሮን 🙏❤🙏❤🙏
@letischsamuel7908
@letischsamuel7908 10 ай бұрын
መግለጺ ሲኢነሉ እዚ ወዲ
@belae7107
@belae7107 10 ай бұрын
ካላኣይ ክፋል ኣቕሩብልና ጹቡቕ ኣቃራርባ ኢዩ
@habtomfsehaye
@habtomfsehaye 10 ай бұрын
ጽቡቅ ስራሕ እቲ ዉፉይ ክሕተቶ ዘለዎ ግን ሄኖግ ሓወይ ሕተተልና ሰላምንታ ኢዩ T .d f ምስ በርጌድ ንሓመዱ ሓደ ኢዩ ዝብል ስለቲ ጽዓርኹም ምስጋና ይግብኣኩም ❤❤
@hidatteklom2411
@hidatteklom2411 10 ай бұрын
ክቡር ሐው ሃብቶም ነዛ ትሐታ ዘለኻ ውፉይ ገሊጽዋ እዩ ማለት ብርጌድ ንሐመዱ ጅግና ከም TDF ማለቱ ምኳኑ ገሊጽዎ,ንአብነት ይብል ዝኾነ ሰብ ሕጹብ ከም ጲላጦስ እየ ይብል,እዚ ማለት ጲላጦስ እዩ ማለት አይኮነ ን. ግን ከም አዘራርባ አብ አገጣሚታት ንጥቀመሉ ኢና.ክቡር ሐው ተረዲአትካ ክትኸው ተስፋ እገብር ብዝተረፈ ሰሰናዩ ንዓኻ.
@akiyor3615
@akiyor3615 10 ай бұрын
ኣበባሃህላ ጌጋ ነሩዋ ሓወይ ውፉይ ጽቡቅ ገሩ ውን ኣይ ኣረማን ኣነ ሰሚዐዮ ነረ ኣብ ምንታይ ነሩ ሽህግሩ መስለካ ከም tdf እንተ ዝብል ቅቡን ምኮነ ከም ብዘይ ምባሉ ግና ነቲ ሓሳቡ ኣፍሪሳቶ ኢያ።
@habtomfsehaye
@habtomfsehaye 10 ай бұрын
@@hidatteklom2411 ስለ'ቲ ተገዳስነትካ የቐንየለይ ሓወይ ናተይ እዚ እንተ ኮይኑ ጌጋ የብሉን ንጅግና ብጅግና ክትምስሎ ዝጸንሐ ኢዩ ።
@feruzsolomon3814
@feruzsolomon3814 10 ай бұрын
​@@hidatteklom2411 ክቡር ሓው ከም TDF እዩ ኣይኮነን ኢሉ TDF ኢዩ እዩ ኢሉ። ዳሓር ካኣ ጅግንነት ኣያታትካ ኣቃሽሽካ እቶም ምስ ኣያታትካ ኮይኖም ጅግንነት ዝሰርሑ እንተኒኢድካ እዚ ጽሊኢ ቆልዓ ዶ ኣይኮነን። ስለዚ ክቡረይ ግዚኡ ግናይ እንድዩ ምስትውዓል ከድልየና እዩ ኤርትራዊ ባዕሉ ጅግና እዩ ኣባሓጎታትና ኣቦታትና ጀጋኑ እዩም ንመመስሊ ንሶም ብቃዓት እዮም ። ኤርትራውያን ኮይና ነቲ ንኤርትራውያን ዘሳቅኢኪ ዘሎ ኤርትራውነትና ከነርእየካ ኢና ስረ ኣቦታትና ክንዓጥቆ ኢና ክንብሎ መድለየና። ምክንያቱ ኣቦታትና ናይ ኣፍሪቃ ጎብለል ዝጸረጉ እዪም ታሪክና ዝንዕቅ ግን ያያእ ኣይግድን።
@user-vq8pz7gl7e
@user-vq8pz7gl7e 10 ай бұрын
​@@hidatteklom2411ክነግረካ ትዲኤፍ ብከመይ እዩ ጅግና ሓቂ ትፈቱ ተኮንካ መልሰለይ መሳኪን ንሕውሓት ክብሉ ተሰዊኦም ንሕውሓት ዘይግምጥልዎም ናይ ሓክሊ ድሙ ይኪድ ን ግዕዛይ ይምራሕ
@haderazghiabay2091
@haderazghiabay2091 10 ай бұрын
ሜሮን ብሉጽ ሰብ ❤
@MulughetaHailu
@MulughetaHailu 10 ай бұрын
Meron waw waw great great speech Thank you Henok for bringing Meron Such a powefull, honest comment
@zenithalem5503
@zenithalem5503 10 ай бұрын
Meriiii wedi Asmeraaa nay bhaki gelixkana ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@AaAa-km9pk
@AaAa-km9pk 10 ай бұрын
ብጣዕሚ ኑኡድ መሮን ከማካ ይብዝሑ
@jesusislord3894
@jesusislord3894 10 ай бұрын
May God bless you both Meron and Henok for being a voice for the voiceless Eritreans 😢!! Love you both!
@afomiatsegai9522
@afomiatsegai9522 10 ай бұрын
You are a realistic hero MeronTeclesenbet. God bless you. Still, I stand with your ideas. ❤❤❤❤❤❤❤❤
@Delayselam243
@Delayselam243 10 ай бұрын
Meron 🦁🦁 King Of Eritrea 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@godsfavson
@godsfavson 10 ай бұрын
አምልኾ ከማን ይቅየር ዪ BRAVO MERON 💁🏻‍♂️
@smilesmile2096
@smilesmile2096 10 ай бұрын
GOD blessed you Meron 🙏 🙌
@zerayteklemariam4144
@zerayteklemariam4144 10 ай бұрын
ክልቴኹም ሄኖክን ሜሮንን ናይ ብሓቂ ቁምነገርን ዲሲፕሊንን ዘለዎ ዝርርብ ኣስሚዕኩሙና እቲ ቃልሲ ክጸርን መስመሩ ክሕዝን ከምዚ ዓይነት ዘተ ቀጽልዎ
@kudsanberaki1002
@kudsanberaki1002 10 ай бұрын
ንፉዕ መንእሰይ ኢካ ሜሮን። ከማካ ይብዝሑ። ብመጠኑ ከማካ ናይ ምልላይን ምስትውዓልን ዘለዎ መንእሰይ እንተበዚሑ፡ እምኒ ምድርባይ ዘይኮነ፡ ብዝተደርበየ እምኒ ገዛ ዝሰርሑ ሰባት ኢና ከንጥሪ።
@elilhagos9952
@elilhagos9952 10 ай бұрын
Meron is young smart guy, I like his argumentative ability to convince many, please follow Meron’s ideas so that we struggle for justice
@habeshaentertainment2740
@habeshaentertainment2740 10 ай бұрын
Thanks, Eri-Sat, for bringing him this guy 🎉🎉🎉🎉
@praiselordamen4328
@praiselordamen4328 10 ай бұрын
ሐቂ አብ ዘይ ቦተአ ክትንገር ኮላ🇪🇷💯
@kflaytes5781
@kflaytes5781 10 ай бұрын
ኣታሓሳስባ ሜሮን ሓሳበይ ኮይኑ ጸኒሑ💯 thank you hnog hawey
@michaelbahta2680
@michaelbahta2680 10 ай бұрын
First of all, Henok . I personally miss you and I am really happy to get a break with your family and as well we are happy to invite one of the most intelligent young men. Bless you both
@tewoldemusse2674
@tewoldemusse2674 10 ай бұрын
1:25:44
@tewoldemusse2674
@tewoldemusse2674 10 ай бұрын
😂❤❤❤😂😂😂😂❤❤😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂❤😂😂
@user-gw5lq4mb2c
@user-gw5lq4mb2c 10 ай бұрын
I just say wow meron Hawey Amazing young man🤴❤
@toffee9225
@toffee9225 10 ай бұрын
Very proud of you Merona. I would not say I hear every word of your long interview but as much as I have heard I couldn't fault you in anything even though like Daniel I have always liked Meley that the current Eritrean flag. InshAllah, we may even have a better one legally in the near future. Bless you, Henok...
@IBRAHIM83234
@IBRAHIM83234 10 ай бұрын
Meron abi seb first time i watched 3 hours really wedi Asmara 👌👌👌👌👌🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👌👌👌
@Minbar855
@Minbar855 10 ай бұрын
Meri ስማርት ቦይ እዛ ናተይ ሓሳብ ኩላ ገሊጽካይ ምስ እዞም ሰባት ብሕጂ ሓምሳ ዓመት ለውጢ የሎን
@tsigeasfaha9942
@tsigeasfaha9942 10 ай бұрын
Superb! I enjoyed listening to you.
@asma11asmara
@asma11asmara 10 ай бұрын
❤❤❤❤❤the best activities meron ❤
@tedrosteaghes5942
@tedrosteaghes5942 10 ай бұрын
ንፉዕ ሜሪ ኣብ ኩሉ ብሱል ሓሳብ ..... ብፍላይ ናይታ ሓቀኛ ተቃዋማይ ዝበልካያ ... ምክንያቱ ገሊኦም ንናጽነት ኣይፋል ኢና ኣድሚጽና ክብሉ ውን ሰሚዕና ኢና ... ስለዝስ እንቃዕ ኣብራህካሎም ን ደንበ ዕንክሊል
@senaymehari1897
@senaymehari1897 10 ай бұрын
We should have to support meron ...❤❤❤
@user-xb7lq4rc5v
@user-xb7lq4rc5v 10 ай бұрын
ናይ በሓቂ በሊሕ🎉
@zerayteklemariam4144
@zerayteklemariam4144 10 ай бұрын
ሜሮን ወደይ ጽቡቕ ኣለኻ እታ ሓቂ ምስ ድኽነት ትሕሸካ ካብ ሓሲኻ ሃብቲ
@akiyor3615
@akiyor3615 10 ай бұрын
ሜሪ ብጣዕሚ ደስ ዘብል ሓሳብ ግን ኣብ ግድሊ ኤርትራ ካብ ኣስመራ ወጻኢ ዝንበረ ምስ ደቂ ኣስመራ ዝተፈለየ ኣረኣእያ ኣሎዎም ዝበልካያ ግና ቅኑዕ ኣይመስለንን ከም ኣብነት ኣን ካብ ዓዲ ቐይሕ መጽየ እቲ ንስኪ ትረክቦ ቀረባት ዝንበረካ ጋዜጣ ይኩን ቴለቭጅ ንረክቦ ነርና ኢና ፍልልይ የብሉን ምውሳን ጥራይ ኢዩ። ኣብ ገድሊ ኤርትራ ጅግንነት ኣይነበረን ዝበሃል ኣባሃህላ ካብ ሓቂ ዝረሓቀ። ምክንያቱ ጅግንነት እንተ ዘይ ነብር ብውሕዱ ናጽነት ኣይምመጸትን ነራ ስለዚ እንታይ ምባል ኢየ። ኣብ ኣስመራ ዝዓበየ ዝዓበየ ሽግሩ ንቅሓት ኣይኮነን እንታይ ደኣ ቅንዕናን ትብዓትን ሓቅን ኢዩ ዝጎድሎም ክቱር ዝኮነ ፍርሒ ኣሎዎም። ሰለዚ ከም ኣብ ኣስመራ ዝዓበካ መጠን ክንዳኻ ዕድመ ደለይቲ ፍትሒ ስለ ዘይ ኣለዉ ኣብ ደቂ ኣስመራ ጸቂጥካ ስራሕ ኢካ። ንሕና ውን ዋላኳ ኣብ ዝተፈላለየ ከተማ ንዕበ ኤርትራውያን ክሳብ ዝኮና ብሓድነት ምቅላስ ከድልየና ኢዩ ።
@rusomtekle3943
@rusomtekle3943 10 ай бұрын
ዋውውውው መግለጺ ቃላት የብለይን ብሕቂ ክለት ዝኣፉ ብልሒ ዘለዊ ሰፍ ዩ ኢካ መሪ
@saronmengs7335
@saronmengs7335 10 ай бұрын
ሜሮን ጅግና ቀጽሎ ❤❤❤
@yoyyaher2652
@yoyyaher2652 10 ай бұрын
Meron Eritrawi eyu ❤ hubun Eretrawi Allah bless you Meron 🇪🇷🇪🇷🙏🏿🙏🏿
@johnt1476
@johnt1476 10 ай бұрын
ሜሪ ጅግና ናይብሓቂ እቲ ፍትሒ ዝደሊ ዘሎ ሰብ ክሓስቦን ክገብሮን ዘለዎ ብጽፉፍ ኣገባብ ኣቐሚጥካዮ። ተስፋ ይገብር ኩላትና ኤርትራውያን ነዚ ኣተሓሳስባ ሒዝና ንሃገርና ብፍልጠትን ብጥበብን ብዲሞክራስን ዝበለጸት ሃገር ክንገብራ። ድሕሪ ነዊሕ ግዜ ዝበለጸት ዝሰማዕክዋ ኢንተርቪው ኣጆኻ በርትዕ።❤❤❤❤❤🎉🎉🎉 😮
@wedieritrea896
@wedieritrea896 10 ай бұрын
ንመጀመርያ ግዜ ኣብዚኣ ኤሪ ሳት ይከታተል ኣለኹ መኽንያቱ ሜሪ ክከታተል ስለ ዝደለኹ
@meargberhe6180
@meargberhe6180 10 ай бұрын
Wala ane😂
@ak4ever818
@ak4ever818 10 ай бұрын
​@@meargberhe6180me too. God bless Eritrea 🇪🇷.
@user-ob6yc8sv8b
@user-ob6yc8sv8b 10 ай бұрын
ዋው ናይ ብሓቂ ብሉጽ መንእሰይ ሜሪ ሓወይ ኤርትራው ማለት ከምዚ እዩ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ከማኻስ ይብዝሕሉናን ይሰስንሉናን!!!!!
@ellenhaile9366
@ellenhaile9366 10 ай бұрын
Well done Meron and Henok I proud guys 💞💞❤️💞❤️💞🎉🎉🎉🎉
@Asmeraxada
@Asmeraxada 10 ай бұрын
ሜረይ ከም ልበይ
@michaeltekle7905
@michaeltekle7905 10 ай бұрын
መንእሰይ መሮን ብጣዕሚ ጽቡቅ ኣጋላልጽን፡ርድእትን ኣለካ ቀጽል ሳዓብኻ ብዙሕ ክኾውን የ ድሕሪግዜ።
@almazseyoumg3855
@almazseyoumg3855 10 ай бұрын
Bravo Meron first time I listened tigrigna interview till the end 👌🏻👌🏻👌🏻👏👏👏❤❤❤👏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@afomiatsegai9522
@afomiatsegai9522 10 ай бұрын
Greater maturation than your age! Merona👌👍👍👍👍
@habtomghere9365
@habtomghere9365 10 ай бұрын
መሪ በሊሕ ኢካ🇪🇷❤️
@HadasGebregziabhair
@HadasGebregziabhair 10 ай бұрын
Hi Henok, i always appreciate your video and analysis, i really like today's interview with meron, he is intelligent, brilliant and i can't stop crying, great job and well-done
@ghirmayasmerom2180
@ghirmayasmerom2180 10 ай бұрын
ቡሱል መንእሰይ ሜሪ ❤
@EritreaforEver-xr7ll
@EritreaforEver-xr7ll 10 ай бұрын
Meron fetawi Haki fetawi Haki Abi seb Ambesa Lebam 💕👍🏼
@amthegreat63
@amthegreat63 10 ай бұрын
ሓያልን ብሉጽ ሓሳብ ዘመንጩ መንእሰይ ሜሪ፡ ዳርጋ ኩሉ silent majority ኤርትራዊ ኣብዚ ትብሎ ዘለኻ ሓሳብ ዝሰማማዕ እዩ፡ እቲ ጸገም ግን እቶም public figures ናይ ደምበ ተቓውሞ ዘለዉ እዩ እቲ ጸገም።
@abielhagos1296
@abielhagos1296 10 ай бұрын
መንእሰይ ሜሮን ብጣሚ ብሉጽ ሓሳብ ኣብዚ ናትካ ጌጋ ኣይረኸብክሉን፡ ኣጀኻ ቀጽል በርትዕ ❤🩵
@user-qd5fn9jq9t
@user-qd5fn9jq9t 10 ай бұрын
ሜሮን ማለት ነብሪ ማለት እዩ ዕድመ ይሃብካ'ዚ ሓወይ
@yogo5140
@yogo5140 10 ай бұрын
Confidence ግን ገለ ዓይነት ሜሪ...ማንም ሰብ ኣብ ገዛእ ርእሱ እምነት ክህልወካ ኣይኮነን
@sabamisghina7076
@sabamisghina7076 10 ай бұрын
Henok I respect u. To invite this young boy . I am sure , when he know better he does better. It’s process. He has potential keep going. He might change for better. 🙏🏾 T
@godsfavson
@godsfavson 10 ай бұрын
HE IS RIGHT MOST VILLAGERS HAD NO ACCESS TO WATCH TV AND EVERY THING BUT JUST FM .
@medhanitabrehe5741
@medhanitabrehe5741 10 ай бұрын
ሜሪ ❤ ጅግና ተቃላሳይ ፡ሄኖክ ቁሩብ ተማሃር
@marssemay69
@marssemay69 10 ай бұрын
Access የብሎምን ክብል ይጸንሕ፡ ድሓር ድማ ፡ ኮነ ኢልካ 'ዩ ይብል፡ ፋሕ የብሎ። ኣየ ሜሮን ኣብ social media ዓብዩ።
@samsonbereket2392
@samsonbereket2392 10 ай бұрын
ኣበይ እዩ ፋሕ ኢሉ። ኮነ ኢልካ እዩ Access ከምዘይህልዎ ተጌሩ ማለት እኳ እዩ።
@user-xb7lq4rc5v
@user-xb7lq4rc5v 10 ай бұрын
We have to be balanced not only one side attacen!
@awetbereket3570
@awetbereket3570 10 ай бұрын
"ብዕድመ ንእሽቶይ ብልቦና ምዕባይ ኣያታቱ ጅግና ሜሮን ኣብ ጎንኻ ኣለና፡ሓሳብካ ሓሳብና እዩ"።
@medhinmahrai7373
@medhinmahrai7373 10 ай бұрын
The second times best program ❤
@AaAa-km9pk
@AaAa-km9pk 10 ай бұрын
ዘምለኸ ሰብ ነቲ ዘምለኾ ክመተሉ ግድንዩ ብመንጸሩከአ እቲ ቃልሲ ክተረር ባህረያዊ የከዉን
@henokgebreyohannes7114
@henokgebreyohannes7114 10 ай бұрын
ኣታታታ ወዲ አስመራስ ብ ውፉይን ጆን ብላሽን ክምራሕ ኢልኩም ትሓስቡ 😂
@nomoneynoproblem7890
@nomoneynoproblem7890 10 ай бұрын
Deki Gash Barak too 🇪🇷✅
@habenteklu4648
@habenteklu4648 10 ай бұрын
@@nomoneynoproblem7890😂😂😂 ኣብኡ ርገጽ🥰
@nahomtewelde7400
@nahomtewelde7400 10 ай бұрын
Thanks eri sat from this good journey of politics
@yoniyoni3325
@yoniyoni3325 10 ай бұрын
maron and hanok thanks so Mach ❤❤❤
@yoniyoni3325
@yoniyoni3325 10 ай бұрын
I following you gays
@GAGHI-7
@GAGHI-7 10 ай бұрын
Inferiority complex ዝበልካያ ኣስሚረላ ሜሮና ጅግና❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@almazzeray5767
@almazzeray5767 10 ай бұрын
Meri ayney stay blessed we love you thanks meri our king stay safe and healthy 💓💕💜💓
@zerayteklemariam4144
@zerayteklemariam4144 10 ай бұрын
ጽቡቕ ኣለኻ ሜሮን ልክዕ ከምዛ ዝበልካያ ከምኣ ኢለዮ ንሓደ ሰብ "ኣነ ከምቲ ኣቦታት ዝምስልዎ፥ 'ካብ ጸጊበን ዝዕንድራስ ክዕንድራ ሪኢና ኢለን ዝዕንድራ ይበዝሓ ከም ዝበሃል፥ ኣነ ምስ ዝዓንደረ ኣይዕንድርን እየ፥ ሓቂ ኢለ እንድሕሪ ኣሚነሉ ዋላ ኣንጻር ብዙሓት ደው ክብል ይቐለኒ" ኢለዮ፥ ንስኻ'ውን ብዝገርም ኣገላልጻ ከም ሬሳ ዓጃቢ ኣየብዝሕን እየ ምባልካ ጽቡቕ ተዛረብካ ብሓቂ ከኣ ከማኻ ዝበለ ተባዕ ዋላ ቱፌዞ ኣይሃልዎ ኣብታ ሓቂ ኢሉ ዝኣመነላ ደው ዝብል ሰብ እዩ ኣብዚ እዋን እዚይ ዘድልየና ዘሎ። እቲ ዝገርም ካልእ ነጥቢ እዚ ዴምበ ተቓውሞ ዝበሃሉ ካብ ህግደፍ ዝገደደ ናይ ሓሳብ ፍልልይ ዘይጻወሩ፥ ሕሉፍ ሓሊፎም ወይ ተቓዋማይ ኩን ወይ ምሳና ኩን ኢሎም ከገድዱኻ ዓይኖም ዘይሓስዩ ተጻረፍትን፡ ዘለፍትን፡ ወንጀልትን፡ ኮይኖም ኣለዉ። ብርጌድ ንሓመዱ ማዕዳን ምኽርን ዝቕበሉ ኣይኮኑን ሕሉፍ ሓሊፎም ኣፍካ ሕዝ ዝብሉ እዮም መጽዮሙና ዘለዉ፥ ስለዚ መኺሮሞም ወይ ምሳና ኹን ወይ ምስ ህግደፍ ኩን ምስ በልዎም ብህልኽ ናብ ህግደፍ እንተኸዱ ናብ ህግደፍ ከይዱ ወይዙ ኸድዕ ወይዙ ጠላም እንዳበሉ ዓረር ክብሉ ይውዕሉ 1:28:13 ። ብፍላይ ኣብዚ እዋን እዚይ ናብ ህግደፍ ዝምለሱ ዘለዉ ባእታታት ብሰንኪ ብርጌድ ንሓመዱ እዩ። ስለዚ ናብ ውነኹም ተመለሱ ጸርፍን ዘለፋን ምንፍርራሕን ኣብ ዘብጽሓኩም የብሉን ኣከያይዳኹም ቀልጢፍኩም እንተዘይኣሪምኩም ስጉሚ ከም ዘይትኸዱ ከሎ ገና ርዱእ እዩ።
@HolaBruv
@HolaBruv 10 ай бұрын
ቀዳዓት ኣይንኹን ዕዉራት ድማ ኣይንኹን ክሊትኦ መጥፊኢ ሃገርና ኢዩ ስለዚ ኤርትራውያን ሃገራውያን ንኹን ሽዑ ፍትሒ ብልጸግና ክነግስ ኣብ 🇪🇷 " ኤርትራ ን'ኤርትራውያን"።🇪🇷🇪🇷
@HadasGebregziabhair
@HadasGebregziabhair 10 ай бұрын
Hi Henok, great job, to me this is the best interview of the year, i really appreciate meron as and Henok, brilliant
@nuguseberihu9649
@nuguseberihu9649 10 ай бұрын
ሰያብ ኣይትጸውዕ ለባም ጸውዕ ክብሉኻ ከምዚ እዩ። ሜሮን ኣዚኻ በሊሕ መንእሰይ
@abdulrahmanabdulhamid1714
@abdulrahmanabdulhamid1714 10 ай бұрын
Excellent Interview! Thank you Meron for delivering the views of many people a cross.
@yaredtekleab3522
@yaredtekleab3522 10 ай бұрын
ዋዋዋዋውውውው ናይ ዚ ዓመት ዝበለጸት ኢንተርቪው ሜሪ & ሄኒ ከይ ደቀስኩ ዝተካታትልክዋ ፖለቲካዊ መደረ ቀጽልዎ
@feruzsolomon3814
@feruzsolomon3814 10 ай бұрын
ሜሮን ሓውና ቁኑዕ መስተውዓሊ መንእሰይ ኣብኩሉ ዝዛረቦን ዝገልጾን እሩምን ጽፉፍን ዘረባ ዝጥቀም ብሉጽ መንእሰይ ።ክዛረብ ከሎ ድማ ኣነ ብውልቀይ እቲ ናይልበይ ስለዝዛረቦስ ኣነዝዛረብ ዘልኩ ኮይኑ ይስማዓኒ። ሜሮን ሓውና ሰስነልና
@esromteklzgi1967
@esromteklzgi1967 10 ай бұрын
ናይ በሓቂ ጽቡቕ መደብ
@KokobGidey
@KokobGidey 10 ай бұрын
ን ሜሪ ኣምጹልና ኢኹም ድሕሪ ሕጂ ወላ
@asertv3254
@asertv3254 10 ай бұрын
Yes you are really so smart young🤴🇪🇷meron
@belae7107
@belae7107 10 ай бұрын
ሜሮን ኣብታ ናይ በርጌድ ንሓመዱ መስመር መጺኡ ኣሎ።
@user-xb7lq4rc5v
@user-xb7lq4rc5v 10 ай бұрын
😂 nsu ab mesmeru yu zelo hawey bzeyegeds seb abdlayu yhalu tray nkebaber!😊
@AaAa-km9pk
@AaAa-km9pk 10 ай бұрын
ባሓቂ ደገፋቲ ዘይኮኑ አምለኽቲ ኢዮም
@user-oo1qz3gh3f
@user-oo1qz3gh3f 10 ай бұрын
Meron jigna appreciate I love your speech and I would like to follow and join with your crue and meet personally.
@medhinmahrai7373
@medhinmahrai7373 10 ай бұрын
He is brilliant really appreciate meron keep going ❤
@ksanetbrhane4849
@ksanetbrhane4849 10 ай бұрын
ብሉጽ መንአሰይ ኢካ ሜሮን 👌
@user-ls9oh7wr8m
@user-ls9oh7wr8m 10 ай бұрын
ሜሮን ተጋጊኻ፣ ሄኖክ ብኤርትራውነት ዘይኣምን ምስ በዓል "TDF ኢና" "ኣደ ትግራዋይተሓበኒ …" ኣጥቢቑ ዝሰር ብስምዒት ትግራዋይ ኢዩ።
@hebokc
@hebokc 10 ай бұрын
Meron, it makes sense for the Eritrean Gov not to endorse the young who want to defend themselves, because, it has political impact. You'd understand if you were a politician. Remember politics is not black and white, it's gray.
@meargberhe6180
@meargberhe6180 10 ай бұрын
Meri jigna nay liby👍👍👍👍👍
@amanuel-.
@amanuel-. 10 ай бұрын
ወዲ 24 ዓመት ዝብል ክኣምኖ ኣይከኣልኩን።
@firstoflove6828
@firstoflove6828 10 ай бұрын
ክትኣምኖ ዝግብኣካ ኣታሓሳስብኡ እምበር ዕድሚኡ ኣይኮነን
@bereketandebrhan3164
@bereketandebrhan3164 10 ай бұрын
ለባም ጸወዕ ዘበሃል ዘረባ ኣሎ
@senaialem4022
@senaialem4022 10 ай бұрын
Yes , 1998 eyu tewelidi Wedi gazawtey eyu
@shishizeweldi659
@shishizeweldi659 10 ай бұрын
Great one Merona keep going as always ❤
39kgのガリガリが踊る絵文字ダンス/39kg boney emoji dance#dance #ダンス #にんげんっていいな
00:16
💀Skeleton Ninja🥷【にんげんっていいなチャンネル】
Рет қаралды 8 МЛН
Looks realistic #tiktok
00:22
Анастасия Тарасова
Рет қаралды 105 МЛН
Llegó al techo 😱
00:37
Juan De Dios Pantoja
Рет қаралды 43 МЛН
Эффект Карбонаро и нестандартная коробка
01:00
История одного вокалиста
Рет қаралды 9 МЛН
ክትዕ ሜሮን Vs ሚኪ
28:17
MERON SAT ሜሮን ሳት
Рет қаралды 11 М.
Это ежегодное настроение 😉 #tiktok #юмор #жиза #funny
0:10
Ангелина и Тая
Рет қаралды 3,6 МЛН
Что делать если закрыли на балконе
0:31