No video

ባህገይ ኢኺ ERITREAN ORTHODOX TEWAHDO CHURCH NEW MEZMUR

  Рет қаралды 29,669

Mahberemariam Israel

Mahberemariam Israel

2 ай бұрын

ብናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤት ትምህርቲ ሰንበት ቅድስት ድንግል ማርያም ቤተ ክርስቲያን መድኃኔ ዓለም ኣብ ቅድስት ሃገረ እስራኤል ብኣባላት ክፍሊ መዝሙር ዝተዳለወ ሓድሽ መዝሙር

Пікірлер: 73
@senuberhe3045
@senuberhe3045 2 ай бұрын
ዕልልልልልልልልል ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስማኣልና ኣምላኽ ጀመርቲ ዘይኮንኩም ፈጸምቲ ይግበርኩም ኣምላኽ ብጥበብን ጸጋን የዕቤኹም ኣሜንንን።🙏❤🌹
@NegassiNebai-wm5me
@NegassiNebai-wm5me 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤ዝማሬ መላእክት የስመዓልና❤❤❤ጾሎታ ጸጋ በረኸታ ናይ እመ ኣምላክ ዘወትር ኣብ ዝርያኽን ይኹን❤❤❤ክብራት ኣሕዋት ህጻናት እግዚኣብሔር ናይ ዘመን ኣጎልጉለትኩም ይባርክ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@selemawithadish5284
@selemawithadish5284 Ай бұрын
ዕልልልልልልልል , ኣሰይ ዞ'ደቀይ እመ ብርሃን ጽላል ትኩንኩም ልብካ ዘረስርስ መዝሙር ,ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና ።❤❤❤
@zeamanulteklay
@zeamanulteklay 2 ай бұрын
ዝማረ መላአክት የስማኣልና ፍትዋት ህጻናት ማሓበረ ማርያም እስራኤል እስከበሉ እመብርሃን ትሓልኩም ንኹሉም ማሓበረ ማርያም ቅድስት ማሓበር
@ArmiArmi-me7ys
@ArmiArmi-me7ys 2 ай бұрын
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ናዘመርክሙን ናወደስኩምን የንብርኩም ካብዚ ንላዕሊ ክትዝምሩን ክትውድሱን ፀጉኡን በረከቱን የብዘሐልኩም ዘመንኩም ይባረኽ
@tsehayeandom2816
@tsehayeandom2816 2 ай бұрын
ዝማረ መላእኽት የስም ዓልና፡ እግዚኣብሔር ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ይዓድልኩም
@GgdgFfhff
@GgdgFfhff Ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽቲ የስመዓልና ደቂ እመ ብርሃን ፍቕራን ኣሕዋተይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@AnenyaDelina.
@AnenyaDelina. 2 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና ፍቅራት ህጻናት ❤❤❤❤❤❤❤ ዘመንኩም ይባረክ
@tsehayeandom2816
@tsehayeandom2816 2 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@semharqeleta3707
@semharqeleta3707 2 ай бұрын
Amen Amen Amen 🙏 zeom Dekeey zimari malakti yesmalna ❤❤❤❤❤❤
@majorftewrary4164
@majorftewrary4164 2 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላኢክት የስማልና በረከታን ጣዕማና ፍቅራን ኣይፈለየና ንድንግል ማርያም ዝተማሕጸነ ዝሓፈረ የለን እሞ እዞም ደቅና ኣብ ስደት ሃገር ሃይማኖቶምቶምን ብህሎምን ክዕቅቡ ናይ ውለዲ ጻዕርን ጸሎትን ክንገብረሎም ኣምላክ ይሓግዘና ኣምላክ ሰላምን ቅሳነትን ይሃበና
@user-lj9yr4nr3e
@user-lj9yr4nr3e 8 күн бұрын
ዝማረ መላእክት የስምአልና
@user-yx9mp9cb2l
@user-yx9mp9cb2l 2 ай бұрын
ዝማሬ መልኣክቲ የስመዓልና ዕድመን ጥዕናን ይሓብኩም
@michaelteklay2105
@michaelteklay2105 2 ай бұрын
ዝማረ መላእኽቲ የስመዓልና፡ ኣምላኽ ጸጋኡ የብዝሓልኩም! ነቶም መምህራኖም ድማ ጸጋ ምምህርና ቅዱሳን ኣቦታትና ኣይፈሌኹም። ንማሕበረ ማርያም ድማ ሕብረትኩም ይባርኽ!
@teklitkidane8444
@teklitkidane8444 2 ай бұрын
ባህገይ ኢኺ ብጣዕሚ ድንቂ ዝኾነ ምስጋና ኣምላኽ መዝሙርኩም ጸሎትኩም ይቀበል ዘም ደቀይ ነቲ ዕሸል ንኡስ ዕድሜኹ ሪኡ ይቕረ ይበለልና ኣሜን
@Abiabiti1221
@Abiabiti1221 2 ай бұрын
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና በዛ ዘለኩማ ክትዉድኡዋ ድንግል ማርያም ጸጋኣ ተብዝሓልኩም ብሩካተይ 🙏🙏🙏❤🎉❤
@user-wc6fb3jk9d
@user-wc6fb3jk9d 2 ай бұрын
ኣሰይይይይ🙏✝️ ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና ክብራት ምጭዋት ኣሕዋተይ እግዚኣብሔር ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልኩም።ኣጆኹም ክሓልፍ እዩ እቶም ክፉእ ዝገብሩ ዘለዉ እግዚኣብሔር ክፈድዮም እዩ።
@user-rt9hh8ts8c
@user-rt9hh8ts8c 2 ай бұрын
ዝማሬ መላእኽት የስመዓልና አምላኽ የሐግዝኩም በዛዘሎኽማ ክትቅጽሉ ✝️✝️✝️💒💒💒🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️
@rahelguesh7680
@rahelguesh7680 2 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የስመኣልና እግዚኣብሄር ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልኩም ፍትዋት ደቀይ🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤
@ofifus6514
@ofifus6514 2 ай бұрын
አስይይይ ደቅ እሞ ብርሃነይ ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም ክን እግዚአብሔር አምላክ ❤❤❤❤
@user-sv8ib7gj5f
@user-sv8ib7gj5f 26 күн бұрын
ኣመን ኣመን ዝማረ መላኣኽ የስማዓና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@yonasgheremeskel9897
@yonasgheremeskel9897 2 ай бұрын
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ጸጋ በዲበ ጸጋ ይዓድልኩ
@meharihabteslasie318
@meharihabteslasie318 2 ай бұрын
ኣሜን(3) ዝማሪ መላኣክቲ የስምዓልና ብሩኻት አግዚኣብሄር ኣምላክ ጽጋ የብዝሓኩም ❤❤❤
@user-tw1oj7of6p
@user-tw1oj7of6p 2 ай бұрын
Elllllllllllllll Elllllllllllllll Elllllllllllllll Elllllllllllllll Elllllllllllllll Elllllllllllllll Elllllllllllllll Elllllllllllllll Elllllllllllllll zmare melakt yesmalna zom dekey lumaneku mezmurkum ykebel egziabher nakatku yrea fetari kulu alem
@senaitgebremariam-fg2sp
@senaitgebremariam-fg2sp 2 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላአከት የስመዐልና❤❤❤
@user-mq7dx1oz5b
@user-mq7dx1oz5b 2 ай бұрын
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና❤❤❤❤❤❤❤
@YowhansIyasu
@YowhansIyasu 2 ай бұрын
❤ፅዥኽብብ ው ፅዥኽብብ ኽ
@teweldemedhn-rd1tz8il2y
@teweldemedhn-rd1tz8il2y 2 ай бұрын
ዝማረ መላእክት ይስምዓልና እግዚኣብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ብጥበብ የዕብኹም ።
@mahberemariamisrael
@mahberemariamisrael 2 ай бұрын
ኣሜን ዝማረ መላእኽቲ የስመዓልና።
@YoditTeweldeGebrehiwot
@YoditTeweldeGebrehiwot 2 ай бұрын
Nayzom hxanat yehwatey mezmur ksema keleku wshtey edyu selam zsmani ab betu yenbrkum fqurateyyy zmare melakt yesmalna
@CHILDRENSROOM-jl4pc
@CHILDRENSROOM-jl4pc 2 ай бұрын
ዝማረ መላእክት የስምዓልና ጸጋኹም የብዝሓልኩም እዞም ደቀይ ንፍዓት።
@abebateklab7089
@abebateklab7089 2 ай бұрын
Amen amen amen zimare melaekt ysmalna xegu ybzihalkum bitibebn xegan yebikum zom deqey❤
@dehabtesfamariam9052
@dehabtesfamariam9052 2 ай бұрын
Kal hiweti yesmaamn❤
@akalasia
@akalasia 2 ай бұрын
ቃል ሂወት ዝማረ ምውላኽቲ የስማዓልን❤❤❤❤❤
@user-mr1is1on9h
@user-mr1is1on9h 2 ай бұрын
Amen Amen Amen ewe bhaki Kale 🥬 hiwet yesmalna egzabhere amlakna ❤❤❤& zemere melax yismalna&🎉🎉🎉&😊😊😊😊😊
@KelatiDawit
@KelatiDawit 2 ай бұрын
ኣሜን ዝማረ መላኣኪቲ የስማዓልና
@helengebreselassie241
@helengebreselassie241 2 ай бұрын
Zmare melakt yesmalna ❤🙏🙏🙏
@user-bn8xj3yb3n
@user-bn8xj3yb3n 2 ай бұрын
Zmare melaekti yesmalna xgeu yebzahalkum fkurt hxanat 🙏🏽💕🙏🏽
@user-jh4dj3nn9t
@user-jh4dj3nn9t 2 ай бұрын
Zmarie melaekti yesmealna egziabhier amlak xegeu yebh
@yohannesgebremedhin
@yohannesgebremedhin 2 ай бұрын
Zmare melaekti yesmealna Egziabher amlak xegu ybzhalkum
@BRKTIYAKOB-ib3qz
@BRKTIYAKOB-ib3qz 2 ай бұрын
ኣሜን ዝማሪ መላኣክቲ የሰማዓሊና
@lemlemtekle3236
@lemlemtekle3236 2 ай бұрын
Amen (3) zmare melaekti yesmealna zemen agelglotkum egzabher amlak ybark
@trhasteklesion7850
@trhasteklesion7850 2 ай бұрын
Ellllllllllllllllllll Ellllllllllllllllllll Ellllllllllllllllllll zimare melakti yesmeqalna amlak xegu yebzhalkum fkurat hixanat amlak btbeb yeqbyekum❤❤❤❤❤
@user-xp3he9xi1r
@user-xp3he9xi1r 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-jz8sb2ks7l
@user-jz8sb2ks7l 2 ай бұрын
Aseyy elllllllllllllllll amlak kab kulu mekera yehalikum ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@awethaile8247
@awethaile8247 2 ай бұрын
Zmare melaekt yesmalna ftuwat htsanat amalk ab bietu bmezmur msgana yenbrkum
@slasandmkael1278
@slasandmkael1278 19 күн бұрын
Amlak xgue yebzhalkum 🙏🏻🙏🏻🙏🏻💞💞❣️❣️♥️♥️💖💗💕
@eritriaeritria7010
@eritriaeritria7010 2 ай бұрын
ዝማረ መላእክት የስምዓልና።
@ebetesfahiwet9658
@ebetesfahiwet9658 2 ай бұрын
እልልልልልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልልልልልል ❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-vg7il8hs1y
@user-vg7il8hs1y 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@RahasetadhanomGebremariam
@RahasetadhanomGebremariam 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤ Amen Amen
@filiposhaile7738
@filiposhaile7738 2 ай бұрын
Xega goyta bumulu adimkum ysiabkum aehwatey zmare melakt yesimealna ✝️ ✝️✝️💚💛❤✝️✝️✝️
@SamriMebrahtu-om2bh
@SamriMebrahtu-om2bh Ай бұрын
Amen 🙏 🙏
@slasandmkael1278
@slasandmkael1278 19 күн бұрын
❤❤❤❤
@yodahe2014
@yodahe2014 2 ай бұрын
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@AlemNeguse-yi9vj
@AlemNeguse-yi9vj 2 ай бұрын
❤❤❤
@SamriMebrahtu-om2bh
@SamriMebrahtu-om2bh Ай бұрын
❤❤❤❤❤
@kalabalem3591
@kalabalem3591 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤
@danielgilazgi4956
@danielgilazgi4956 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@AsefuNhesu
@AsefuNhesu 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@berhanekiflu3065
@berhanekiflu3065 Ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽት የስማኣልና በረከት ጸሎት ቅድስተ ቅዱሳን ድንግል ማርያም ምስ ኩልና ይኩን ኣሜን ብርሃንኩም እንዳ በርሄ ይንበር ተስፋ ዘልኩም ዘመርቲ ኢኩም እሞ ፥( ርእቶ) ኣብ እስክሪን ስእሊ ወላዲተ ኣምላኽ ወይ ሐደ ካብ ቅዱሳን ኣብ መእተዊ ጌርኩም ክትመጹና ካላኣይቲ መዝሙር ካባኩም ብተስፋ ንጽበ
@teklitkidane8444
@teklitkidane8444 Ай бұрын
ፍቃድ ኣምላኽ ይኹን
@goytomghebremlkaelzarekurs4628
@goytomghebremlkaelzarekurs4628 2 ай бұрын
ባህገይ ኢኺ ብኣኺ ድንግለይ ካብ ሓጢኣት ተፈቲሐ ውዳሴኺ ደጊመ ክነብር ኣስተሪሐ ኣብ ሕቁፎኺ ማርያመይ ክዕቆብ ቢሂገ ብልማኖ ጸሎትኪ ትምኒት ስጋይ ሓደገ ማዕዶተ ሕይወት ፍኖተ ብርሃን ጋላሂት ጸላም መንገዲ ምድሓን ወላዲት ኣምላኽ ተስፋ ቅቡጻን ትምኒተይ ዘልኣለም ውሉድኪ ንምኻን ዘይጽገብ ጣዕምኺ ከም ተኽሊ ሮማን ድምጺ ሰላምታኺ መንፈሰይ ሓዲሰ ሰላም ናይ ወድኺ ኣብ ልበይ ኣንጊሰ ትንቢትኪ ክደግም ብጽእቲ እናበልኩ ኣብ ወለዶ ክቁጸር እንብዛ በሃግኩ መዳሓኒተይ ኢኺ ብኣኣ ዝደሓንኩ ስምኪ ክጽውዖ ናይ ልበይ ዕረፍቲ ንዓይነይ ብርሃን ናይ እግረይ መብራህቲ ውሉድኪ ክጽዋዕ ጸሎትኪ ኣሚነ ኣብ ውዑይ ኣብ ዝሑል ክብል ሰኣሊለነ ባህገይ ኣብ ሕቅፎኺ ክነብር ቀሲነ ኣብ ቤትኪ ምንባር መን እሞ ዘይብህጎ ብሓይሊ ጸሎትኪ ንሰይጣን ከሳግጎ መሳልለይ ኢኺ ካብ ሞት ናብ ሕይወት ብልጽቲ ቀመም ናይ ነፍሲ መቀረት መትሕተ ፈጣሪ መልእልተ ፍጡራት
@letebrhantewelde8642
@letebrhantewelde8642 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🌹🌹🌹🌹🌹🕊🕊🕊🕊🕊
@RahasetadhanomGebremariam
@RahasetadhanomGebremariam 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤ Amen Amen
@user-uc9dg6lk3m
@user-uc9dg6lk3m 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@RahasetadhanomGebremariam
@RahasetadhanomGebremariam 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@RahasetadhanomGebremariam
@RahasetadhanomGebremariam 2 ай бұрын
❤❤❤❤
@SaraGerye
@SaraGerye 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@SaraGerye
@SaraGerye 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@RahasetadhanomGebremariam
@RahasetadhanomGebremariam 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@user-os9sm1bv6l
@user-os9sm1bv6l 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@rehasetmeles1761
@rehasetmeles1761 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ሕፃናት ናባይ ይምጽኡ ERITREAN ORTHODOX TEWAHDO CHURCH NEW MEZMUR
7:05
Кадр сыртындағы қызықтар | Келінжан
00:16
Little brothers couldn't stay calm when they noticed a bin lorry #shorts
00:32
Fabiosa Best Lifehacks
Рет қаралды 17 МЛН
ናይ ንግሆ  ጸሎት
44:56
ኖላዊ ( NOLAWI)
Рет қаралды 405 М.
ኣፍ ከሳሲና ክዓጹ ERITREAN ORTHODOX TEWAHDO CHURCH NEW MEZMUR
7:41
ናይ ይቕሬታ መንፈስ ;New Eritrean Orthodox Tewahdo sbket
33:18
Medlote Amin መድሎተ ኣሚን
Рет қаралды 23 М.
NEW ERITREAN ORTHODOX MEZMUR (ድክመተይ በዚሑ)
5:23
Mahberemariam Israel
Рет қаралды 2,5 МЛН
ናይ ንግሆ ጸሎት
44:56
Eritrean Orthodox Tewahdo ቤት ፍቕሪ እግዚኣብሄር
Рет қаралды 1,5 МЛН