NEW ERITREAN ORTHODOX MEZMUR (ድክመተይ በዚሑ)

  Рет қаралды 2,403,019

Mahberemariam Israel

Mahberemariam Israel

6 жыл бұрын

ብናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤት ትምህርቲ ሰንበት ቅድስት ድንግል ማርያም ቤተክርስቲያን መድኃኔዓለም ኣብ ቅድስት ሃገረ እስራኤል ዝተዳለወት መዝሙር ናይ ቅድስት ድንግል ማርያም
"ድኽመተይ በዚሑ"

Пікірлер: 1 900
@user-go2em8de9f
@user-go2em8de9f 3 ай бұрын
በስምኣብ በወለድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላኽ ኣሜን✝️❤️🙏🏽 ድኽመተይ በዚሑ ሓጥያት ውሒጡኒ ካብ ናይ ዓለም ርኽሰት ንዒ ኣናግፍኒ በማላድነትኪ ንሰይጣን ስዒረ ንዓኺ ከመስግን መዝሙርኪ ዘሚረ [2] 🤲🏽 ተገሊጹ ኣሎ ኣብ ማህሌት ሰሎሙን ኣምላኽና ኣኽቢሩኪ ዝያዳ ኩላተን ፈተና በዚሑ ትሳቐ ኣላ ነፍሰይ ጸሎተይ ስምዒኒ ድንግል ፈዋሲተይ 👏🏽 ድኽመተይ በዚሑ ሓጥያት ውሒጡኒ ካብ ናይ ዓለም ርኽሰት ንዒ ኣናግፍኒ በማላድነትኪ ንሰይጣን ስዒረ ንዓኺ ከመስግን መዝሙርኪ ዘሚረ 🤲🏽 ነውሪ ውን ዘይብልኪ ብጽእቲ ኣዴና ዓለም ከይፈጠረ ሓርዩኪ ኣምላኽና ከምኡ ኢሉ ከመስግን ደጋጊሙ ኣፈይ ብታሪኽ ክብርኺ ምልእዮ ንልበይ 👏🏽 ድኽመተይ በዚሑ ሓጥያት ውሒጡኒ ካብ ናይ ዓለም ርኽሰት ንዒ ኣናግፍኒ በማላድነትኪ ንሰይጣን ስዒረ ንዓኺ ከመስግን መዝሙርኪ ዘሚረ 🤲🏽 ሰላማዊት ኣደ ጸዋሪት ጎይታና ርህርህተ ህልና ሓጋዚት ኣብ ድኻምና ለይቲ ምስ ምዓልቲ ክንጽዋዓኪ ኢና ክሳብ መወዳእታ ደቀየ በልና 👏🏽 ድኽመተይ በዚሑ ሓጥያት ውሒጡኒ ካብ ናይ ዓለም ርኽሰት ንዒ ኣናግፍኒ በማላድነትኪ ንሰይጣን ስዒረ ንዓኺ ከመስግን መዝሙርኪ ዘሚረ 🤲🏽 ሃብቲ ናይ እምነትና ጽዮን ማርያም ኢኺ ታኣምራትኪ ብዙሕ መዘና ዘይብልኪ ሰሚዑኪ እዩ ኣብ ከተማ ቃና ምሕረት ለምንልና ካብ ልዑል ኣምላኽና 👏🏽 ድኽመተይ በዚሑ ሓጥያት ውሒጡኒ ካብ ናይ ዓለም ርኽሰት ንዒ ኣናግፍኒ በማላድነትኪ ንሰይጣን ስዒረ ንዓኺ ከመስግን መዝሙርኪ ዘሚረ [2]
@freweinikidane2649
@freweinikidane2649 3 ай бұрын
Amlak tegu yebzhalka
@user-wc3yr2hd2i
@user-wc3yr2hd2i 22 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ኣምላኽ
@shishiAlexander
@shishiAlexander 4 жыл бұрын
ድንግል ማርያም ንዘላኣለም ክትምስግን ትንበር
@algayneshsemere820
@algayneshsemere820 3 жыл бұрын
Åå
@user-vp8pj9mm1o
@user-vp8pj9mm1o 3 жыл бұрын
ኣሜን 3+✝️⛪️💖🤲🙏🙏🙏
@binichdran7282
@binichdran7282 3 жыл бұрын
Amen (((3)))
@swswits3103
@swswits3103 3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን
@thanksgodforeverything4156
@thanksgodforeverything4156 3 жыл бұрын
Amen
@user-bv5vl5lj2r
@user-bv5vl5lj2r 7 ай бұрын
ድንግል ማርያም ንዘለኣለም ክትምሰገን ትንበር 🙏🙏🙏✝️✝️✝️⛪️⛪️⛪️🎂🎂🎂🎂🍿🍿🍿🍿🎂🎂🎂🎂🎂🎂🎂🎂🎂🎂🎂🍿🍿🎂🎂🎂🎂🎂🎂🎂🎂🎂🎂🍿🎂🎂🍿🎂🎂🎂⛪️⛪️⛪️⛪️⛪️⛪️⛪️⛪️⛪️⛪️⛪️⛪️⛪️⛪️⛪️⛪️⛪️⛪️⛪️⛪️⛪️⛪️⛪️⛪️⛪️⛪️⛪️⛪️⛪️⛪️⛪️⛪️⛪️⛪️⛪️⛪️⛪️⛪️⛪️✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️⛪️⛪️⛪️⛪️⛪️⛪️⛪️⛪️✝️✝️✝️✝️✝️✝️
@user-cm8qh9cl5y
@user-cm8qh9cl5y Жыл бұрын
ድንግለይ ንዉሸጠይ ትፈልጥ ኢኽሞ ሓደራኺ ናባኺ የንቃዕርር ኣለኹ ስምዕኒ ድንግል ፈዋሲተይ🙏🙏🙏😢😢😢
@user-ms1ch3fp9n
@user-ms1ch3fp9n 6 жыл бұрын
ኦ ኣደ ጎይታይ ለምንለይ ደግፍኒ ኣደየ መዓረይ
@tsegawitabraham9253
@tsegawitabraham9253 3 жыл бұрын
@yacobpipo9443
@yacobpipo9443 3 жыл бұрын
filimon
@MajiFus
@MajiFus 3 жыл бұрын
Uaàeyyu2ut1 ui
@tesfahiwetdawit9466
@tesfahiwetdawit9466 3 жыл бұрын
@@yacobpipo9443 . . . ..lopokN.B.fcclopinik
@NiyatKahsay
@NiyatKahsay 3 ай бұрын
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@YordaGerye-mt2js
@YordaGerye-mt2js 7 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬየ መላእክት የስመዐልና ምስጋና ንድግል ማርያም ኣደይ 🙏🙏✝️✝️😢💙💙
@werkyamer6029
@werkyamer6029 2 ай бұрын
አሜን አሜን አሜን ዝሜሬ መልእከትይ የሰማዕልና❤❤❤❤❤❤
@kulusebukulusebu7588
@kulusebukulusebu7588 Жыл бұрын
Amen (3)zmare melakti yesmana dngl mariyam adey kab kufueu srah tewxana msa dma knnebr tbarkena tkedsena ⛪️❤🙏
@filmonkalab1450
@filmonkalab1450 6 жыл бұрын
ድክመተይ በዚሑ ሓጥያት ውሒጡኒ ካብ ናይ ዓለም ርክሰት ንዒ ኣናግፍኒ በማላድነትኪ ንሰይጣን ስዒረ ንዓኪ ከመስግን መዝሙርኪ ዘሚረ ኣዝ ተገሊጹ ኣሎ ኣብ መሃሌ ሰለሙን ኣማልክና ኣክቢሩኪ ዝያዳ ኩላተን ፈትና በዚሑ ትሳቀ ኣላ ነብሰይ ጸሎተይ ስምዕኒ ድንግል ፈዋሲተይ ኣዝ ነውሪ ውን ዘይብልኪ ንጽህቲ ኣዴና ዓለም ከይፈጠረ ሓሪዩኪ ኣምላክና ከምኡ ኢሉ ከመስግን ደጋጊሙ ኣፈይ ብታሪክ ክብርኪ ምልእዮ ንልበይ ኣዝ ሰለማዊት ኣደ ጸዋሪት ጎይታና ርህርህቲ ህልና ሓጋዚት ኣብ ድካምና ለይቲ ምስ መዓልቲ ክንጽውዓኪ ኢና ክሳብ መወዳእታ ደቀየ በልና ኣዝ ሃብቲ ናይ እምነትና ጽዮን ማርያም ኢኪ ተኣምራትኪ ብዙሕ መዘና ዘይብልኪ ሰሚዕኪ ኢዩ ኣብ ከተማ ቃና ድንግል ለምልልና ናብ ልዑል ኣምላክና ኣሜን::
@awetbrhane7241
@awetbrhane7241 6 жыл бұрын
Amen amen amen zmare melaekti kem zteqbele egzabiher amlak zmarekum yqebelelkum amen
@wintamebrahtugebrzgiabiher5359
@wintamebrahtugebrzgiabiher5359 6 жыл бұрын
Filmon Kalab tsegu yebzhalka
@sami891
@sami891 6 жыл бұрын
amen /፫/ zimate melakt yesmealna hawuna.
@coolmom8537
@coolmom8537 6 жыл бұрын
Filmon Kalab Amen Amen Amne zmare melakti ysemalna
@Mhrechanel
@Mhrechanel 6 жыл бұрын
Amen amen amen qale hiwet yesmealena Ahwatey
@user-df9xu2nz4e
@user-df9xu2nz4e 6 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ናይ ብሓቂ ደስ ዝብል መዝሙር አቲ ሓቄና መዝሙር ናይ ኦርቶዶክስ ግጥሚ 100 ዜማ 100 ሽብሸቦ 100 ኮቦሮ 100 በገና 100 ኮታስ ኩሉ ናይ ብሕቂ አግዚኣቢሄር ጸጋ በዲበ ጸጋ ይዓድልኩም በርኽት ረዴት ናይ ኣዴና ቅድስቲ ድንግል ማርያም ኮታ ናይ ኩሎም ቁድሳን አግዚኣቢሄር ዘኽበሮም መሳኹም ይኹን ማሕብርኩም ማሕብር ሃዋርያት ምሕብር 318 ይግበሮ አግዚኣቢሄር ኣጆኩም ኣሜን
@ziadaadhanom1708
@ziadaadhanom1708 6 жыл бұрын
Amen Amen Amen behaki lebi tetnkef mezmur egzeabher tsga Abe lelitsga yabzehalki
@matyastekia6417
@matyastekia6417 6 жыл бұрын
Kbret yhabelna amlaK yfexmena
@kdstilaryaadeybarkniasmeretbrh
@kdstilaryaadeybarkniasmeretbrh 6 жыл бұрын
Amen ab xelotkum,zekrwom
@temutigsslaseihalulie2489
@temutigsslaseihalulie2489 5 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብጣዕሚ ደስ ይበል ዝማሬ ምላኣክ
@shatyertyg5872
@shatyertyg5872 4 жыл бұрын
አሜንአሜንአሜን
@user-hf4bc8mh4j
@user-hf4bc8mh4j 6 ай бұрын
Dkimetey bezhi nay behaqi zmare melakiti yesmaelna❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@user-zx7hd7qi9e
@user-zx7hd7qi9e 2 жыл бұрын
ድክመተይ በዚሑ😭 ብሓቂ ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና👏👏👏🌻🌻🌻
@hedentesfaye5281
@hedentesfaye5281 2 жыл бұрын
ማርያም ትሓል ወና
@ermiashabtom4509
@ermiashabtom4509 Жыл бұрын
Amen amen amen
@furtunakflay8733
@furtunakflay8733 8 ай бұрын
😊
@habu8695
@habu8695 3 ай бұрын
@user-er9kl5fb7w
@user-er9kl5fb7w 11 күн бұрын
Amen(3)❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@user-zp4kz6fg8j
@user-zp4kz6fg8j 6 жыл бұрын
በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን ። ድኽመተይ በዚሑ🙏 ድኽመተይ በዚሑ ሓጥያት ውሒጡኒ ካብ ናይ ዓለም ርኽሰት ንዒ ኣናግፍኒ በማልድነትኪ ንሰይጣን ስዕረ ንዓኪ ከመስግን መዝሙርኪ ዘሚረ ኣዝ ....................................፨ ተገሊጹ ኣሎ ኣብ ማህሌ ሰሎሙን ኣምላኽና ኣኽቢሩኪ ዝያዳ ኩላተን ፈተና በዚሑ ትሳቐላ ነብሰይ ጸሎተይ ስሚዕኒ ድንግል ፈዋሲተይ ኣዝ .......................................፨ ነውሪ 'ውን ዘይብልኪ ንጽህቲ ኣዴና ዓለም ከይ ፈጠረ ሓርዩኪ ኣምላኽና ከሙ ኢሉ ከመስግን ደጋጊሙ ኣፈይ ንታሪኽ ክብርኺ ምልእዮ ንልበይ ኣዝ ......................................፨ ሰላማዊት ኣደ ጸዋሪት ጎይታና ርህርህት ሕልና ሓጋዚት ኣብ ድካምና ለይቲ ምስ መዓልቲ ክንጽውዓኪ ኢና ክሳዕ መወዳእታ ደቀየ በልና ኣዝ .....................................፨ ሃብቲ ናይ እምነትና ጽዮን ማርያም ኢኺ ትኣምራትኪ ብዙሕ ምዘና ዘይብልኪ ስሚዑኪ 'ዩ ኣብ ከተማ ቃና ምሕረት ለምንልና ካብ ልዑል ኣምላኽና ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽት የስመዓልና ፍቁራተይ እግዚኣቢሔር ኣምላኽ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም/ክን ይባርኽ ።
@coolmom8537
@coolmom8537 6 жыл бұрын
አዘክሪ ድንግል Amen Amen Amen
@dengleyadefqre7058
@dengleyadefqre7058 6 жыл бұрын
አዘክሪ ድንግል Amen Amen Amen zemari melakt yesmalna🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽
@habengirmay7791
@habengirmay7791 6 жыл бұрын
አዘክሪ ድንግል Amen !
@user-fg7gb4gk8s
@user-fg7gb4gk8s 6 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን
@dembehaki9939
@dembehaki9939 6 жыл бұрын
አዘክሪ ድንግል ኣሜን(3)
@selamyezeleku950
@selamyezeleku950 6 жыл бұрын
ኣሰይይይ ዝማሬ መላእክቲ የስማዓልና እቲ ዘለኩሞ ቦታ ቅዱስ ኢዩ እሞ ጸሎት ክትገብሩ ከለኩም ነቶም ፍልጠት ዘይብልና ፍልጠ ክናውስኽ ጸሎት ,,,,,,,, ኣነ ኣብ ሃይማኖት ብዙሕ ፍልጠት የብለይን ግን ተዋህዶ ምካነይ ይሕጎስ ኣደይ ማርያም ኣብ ሂወተይ ዘጋጥመኒ ሽግር ልምን የብላ ሽግረይ ተቅልለይ። ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@user-rr5py6ot7s
@user-rr5py6ot7s 6 жыл бұрын
selam ye zeleku ናይ በሓቂ ኣደይ ማርያም ኣደ ኩሉ
@zarahagos9255
@zarahagos9255 6 жыл бұрын
Amen amen amen zmare melaekti yesmalna
@abrehetghe7419
@abrehetghe7419 5 жыл бұрын
Nay bhaki wala neay Eme brhan adey tselylna
@yowhanatewldemedhn6459
@yowhanatewldemedhn6459 5 жыл бұрын
Aseyyyy Aseyyyy Elllllllllllllllll zmare melaekti yesmana
@user-oz3ly8ch8x
@user-oz3ly8ch8x 5 жыл бұрын
*Amen amen amen zmare melakti ysmalna*
@HruyAinay
@HruyAinay 9 күн бұрын
ኪብሪን ንሉል አግዛብሀር ኣምላክና ይኩኖ❤❤❤አግዛብሀር ናተመስገነ ይነበር❤❤❤😊😊😊
@user-hn8yb9ig8j
@user-hn8yb9ig8j 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክብርት እሕዋትና
@Tube-ii3bp
@Tube-ii3bp 6 жыл бұрын
ድክመተይ በዚሑ ሓጥያት ውሒጡኒ ካብ ናይ ዓለም ርክሰት ንዒ ኣናግፍኒ በማላድነትኪ ንሰይጣን ስዒረ ንዓኪ ከመስግን መዝሙርኪ ዘሚረ Ellllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllll .....Amen Amen Amen Zmarie Melaekti Yesmalna .
@feruzaamin8737
@feruzaamin8737 3 жыл бұрын
amen amen amen
@jesussistheonlywaytogod7982
@jesussistheonlywaytogod7982 3 жыл бұрын
Kab hatystna zenagefna Amlake teray iu. Adena qedisti dingil maryam tenagifna ttekwen mewlad goytana aymdleyen neru.
@meronhaileab791
@meronhaileab791 3 жыл бұрын
Ellllllllllllllllllllllllll
@adhanethaddish
@adhanethaddish 3 жыл бұрын
🙏
@user-cs8no4gi2n
@user-cs8no4gi2n 6 жыл бұрын
ኦክቶዶክስ ተዋህዶ ለዘላለም ትኖር አሜን
@lemigaultigray6335
@lemigaultigray6335 3 жыл бұрын
amen amen amen 🙏🙏🙏
@balunaalan5204
@balunaalan5204 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@user-nr8li5jv6z
@user-nr8li5jv6z 2 жыл бұрын
Amen 🙏🙏🙏
@ermiashabtom4509
@ermiashabtom4509 Жыл бұрын
Amen amen amen
@goytomtsegay8202
@goytomtsegay8202 Жыл бұрын
Amen amen amen🙏🙏🙏
@asmeretgoitomgebrehiwet5762
@asmeretgoitomgebrehiwet5762 3 жыл бұрын
Abe lebya bebzhi zesma zenbrku mezemur temsgen amlak abzi zebxhkani
@user-vb3ny4gb5o
@user-vb3ny4gb5o 5 жыл бұрын
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቁድስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን እልልልልልልልል ዝማሬ መለኣክትን ያሰማልን
@garmshgg6101
@garmshgg6101 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@temsgenamelaki7579
@temsgenamelaki7579 3 жыл бұрын
@@garmshgg6101 በስመ አብወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዲ አምላክ አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና ክብርተይ ሓፍተና🙏
@abelzeray5428
@abelzeray5428 6 жыл бұрын
Amen amen amen Eiiiiiiiiìiii Eiiiiiiìiiiiì Eiiiiiiiiiiii zemare melakti yesmalena
@ksu-np4yo
@ksu-np4yo 3 жыл бұрын
Asyyyyy elllllllll elllllllll elllllll zemare melakti yesmalna
@danielzerom1350
@danielzerom1350 6 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምኣልና 🕆💚⛪💚💒🌷🕇💒🕆💒💚⚘🕆💚⛪💖⛪💖💒💚⛪⚘🕇⛪🕇💚🕆💒🕇⛪💚🕆⛪🌷💚🕇⚘💒🕆💚🕇💚🕆
@merawedikeshi2802
@merawedikeshi2802 6 жыл бұрын
amen 3⛪⛪🌂💒
@iseyasakberom9501
@iseyasakberom9501 3 жыл бұрын
Wawww betami lebka ztenkef mezmur amlak yhagzkum Fetary kabe zi werdena zelo mesnakel mehretu yeazezlna Hagernan adnan yhalwelna amen amen amen 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏
@robielcom
@robielcom 8 ай бұрын
ቃል ኣምላኽና የስምኣና ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏
@erimez5608
@erimez5608 6 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ጸሎታን ልማንኣን ናይ ኣዴና ድንግል ማርያም ምስ ኩላትና ይኩን ናይ ኣገልጉሎት ዘመንኩም ይባርክ ።
@user-im6wq3cy4y
@user-im6wq3cy4y 4 ай бұрын
Amen amen amen 🙏
@filmonnegasi2
@filmonnegasi2 6 жыл бұрын
እፍፍፍ ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣብዛ ዉሺጢ ነብሰይ መጺክኒ ኣምላክ ምሳኩም ይኩን ሓላለይ ኦርተዶኩስ ተዉሃዶ ንዘላለም ደዉ ትበል።
@Zolverien-wx9we
@Zolverien-wx9we 2 ай бұрын
Im from ethiopia እመቤታችን ቅድስት ድንግል ማሪያም ድክመቴ ሀጢያቴ ስለበዛ አሜን ከጎኔ አትለየኝ/ን 🙏🙏🙏 ፅቡቅ ዝማሬ
@habteabeyob7391
@habteabeyob7391 4 жыл бұрын
Amen amen amen berkit teman ney dngal mairay mes kulu hazeb kerstan yehakun amen 🙏🙏🙏
@znabuatsbaha2198
@znabuatsbaha2198 2 жыл бұрын
ክብርና ምስገና ለድንግል ማርያም አዴና🙏
@lindunazu242
@lindunazu242 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@fnansemereab5791
@fnansemereab5791 Жыл бұрын
Amien
@tesfaymehari4049
@tesfaymehari4049 6 жыл бұрын
ድክመተይ በዚሑ ሓጢኣት ውሒጥኒ ናይ በሓቂ ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም እግዚኣብሄ ይባርከልኩም
@temesgentemesgen839
@temesgentemesgen839 3 жыл бұрын
ድክመተይ በዚሑ ሓጥያት ውሒቱኒ ብሓቂ ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም
@user-bl8hv7ux4o
@user-bl8hv7ux4o 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝምረረ መለአከቲ የሰመዕነ🤲🤲🤲 ደንግላ አደ ጉይተይ ጰለተ ኪ ኣምላድነት ከ አይፈለይነ
@user-ft5qo6qd3x
@user-ft5qo6qd3x 6 жыл бұрын
ምቁራተይ ዘለኩሞ ቦታ በርከትኩም ይሕደርና ንዓናውን ዝማሬ መላእይክት የስመዐልና ዘመንኩም ወላድት አምላክ ትባርከልኩም አሕዋተይ
@user-jg3rd3ks2g
@user-jg3rd3ks2g 6 жыл бұрын
የቅዱስ ሚካኤል ወዳጅ ነኝ አሜን፫
@user-ft5qo6qd3x
@user-ft5qo6qd3x 6 жыл бұрын
ድንግል ሆይ ለንስሀ አብቂኝ ሀጥአቴ በዝቷል አሜን አሜን አሜን የኔ ውድ❤
@user-jg3rd3ks2g
@user-jg3rd3ks2g 6 жыл бұрын
የቅዱስ ሚካኤል ወዳጅ ነኝ የኔ ልዩ}♥}
@hayatfikr7673
@hayatfikr7673 5 жыл бұрын
ዘበነ ለማ ለቭረዚደንት ይሆን ዘንድ እናፍቃለው ቃልንህይወትያሰማል
@amanuelhagos8053
@amanuelhagos8053 6 жыл бұрын
ዘማረ መላእክት የስምዓልና የሕዋተይ እግዚኣብሔር ሓይሉ እመብርሃን ጽላላ ኣይፈለኹም ፡ በረኸትን ኣማላድነትን ናይ ቅድስተ ቅዱሳን ቅድስት ድንግል ማርያም ኣይፈለየና ኣሜን ።
@mussietesfasion2249
@mussietesfasion2249 3 жыл бұрын
Amen amen amen.zmara malakt yasmana.
@natnaelraesi5130
@natnaelraesi5130 5 жыл бұрын
Elllllllllllllllllllllll Elllllllllllllllllll Elllllllllllllllllllllll ዝሜሬ መላእክቲ ዝተቀበለ ልዑል እግዚኣብሄር ኣምላክ ዝሜዜኪ ይቀበለ ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🌹🌹 🏃🚄💨💨💨 መጣሁ!
@asmelashfishale7597
@asmelashfishale7597 6 жыл бұрын
አሚን አሚን አሚን ቃል ሂወት የስመዓልና ናይ አገልግለትኮም ዝበንኩም እግዚአብሔር አምላክ ይባርከልኩም።
@user-im9no1xm8z
@user-im9no1xm8z 6 жыл бұрын
ድክመተይ በዚሑ ሓጥያት ውሒጡኒ ካብናይ ዓለም ርክሰት ንዒ ኣናግፍኒ በማላድነትክእይ ንሰይጣን ስዒረ ንዓኪ ከመስግን መዝሙርኪ ዘሚረ እልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልል ናይ በሓቂ ዝማሬ መላእክት የስመዐልና አሜን ፫
@fithawitkiros9985
@fithawitkiros9985 3 жыл бұрын
Amen amen amen
@aaggss8829
@aaggss8829 Жыл бұрын
ንኣይ ክትብል ዝተዘመረት መዝሙር 😭😭😭😭💔💔💔😭😭😭😭😭😭🙏🙏🙏🙏 ርክሰተይ በዚሑ መዉፅኢ ሲኢነ 😭😭😭😭😭🙏🙏🙏🙏
@mleitebeyene384
@mleitebeyene384 9 сағат бұрын
I Love it so much it so amazing and beautiful ❤❤❤❤❤❤
@user-jy4cu8qw8z
@user-jy4cu8qw8z 6 жыл бұрын
Amen Amen Amen zemare malakti yesmalna Egziabeher nay agolglot zamnkum yebrklkum 🙏🙏🙏🙏🙏💒💒💒💒💒💒💒💒💒🙏🙏🙏🙏
@user-jk8cd1bl1q
@user-jk8cd1bl1q 6 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስማዕልና,እዝግኣብሄር አምላክ ጸግኡ የብዛሓልኩም ኣሕዋት።
@Noob-mo4jk
@Noob-mo4jk 9 күн бұрын
አሜን(3) ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፍቅርቲ ሓፍትና ፀጉኡ የብዘሐልኺ አግዚኣብሔር❤❤❤
@emeelohe
@emeelohe 6 жыл бұрын
ኣሰይይይይይይይይይይይ ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና ኣምላክ ጸጋ ዲበ ጸጋ የብዝሓልኪ ። እቶም ብንብዓት ዝዘርኡ ብእልልታ ይዓጽዱ ከም ዝበሎ እቲ ጸይዕጸፍ ቃሉ እሙን ጎይታና ልብና የረስርስ የሕዋተይ ፡
@selamzewde898
@selamzewde898 4 жыл бұрын
No no
@milliyoseif685
@milliyoseif685 6 жыл бұрын
Amen zmare melaekt ysmealna egzetne maryam dkmetna rieya bxolota tdegfena amen::
@tsigetesfamariam1083
@tsigetesfamariam1083 4 жыл бұрын
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ክብርቲ ሓፍትና ምስ ደቂ መዛሙርትኪ ኣነስ ክደጋግማ እየ ዝውዕል ዛ መዝሙር እመ ብርሃን ትባርኩም
@ediinafkot1352
@ediinafkot1352 6 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና የሕዋተይ
@AA-hr6ip
@AA-hr6ip 6 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ጋል እመ ብርሃን ሓፍተይ ዕድመን ጥዕናን ይፍጠረልና ንኹላትና እግዚኣብሔር አምላኽ ብምሕረቱ ይጠምተና ንኹላትና
@user-yl7cz9kj3i
@user-yl7cz9kj3i 2 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስማዓልና❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-xf8lw7ik4w
@user-xf8lw7ik4w 8 ай бұрын
Amen amen amen zmarie melakt yesmalna ezgabiher xegu yebzhalkum
@meronmengstab2319
@meronmengstab2319 6 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላእክት የስማዓልና ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርኸልኩም የሕዋተይ
@amleset2200
@amleset2200 6 жыл бұрын
ድክመተይ በዝሑ ሓትያተይ ውሒትኒ ካብ ኣለም ርክሰት ኒዒ ኣናግፍኒ በኣምልድነትኪ ንሰጣኒ ሰዒረ ንዓኪ ከመስግኒ መዙምርኪ ዘሚረ ኣመን ኣመን ኣመን ዝማረ ማላክቲ የስማና ኣምላክ ናይ ኣጎልጉሎት አድመኩም ይባርኪ
@eseyasgirmay2592
@eseyasgirmay2592 6 жыл бұрын
ድንግለይ ኣደ ፍቅሪ Amleset abesit🤗
@IsraelMosazghiLebasiOrthodox
@IsraelMosazghiLebasiOrthodox 29 күн бұрын
May Jesus Christ Bless you Amen Amen Amen.
@AsSa-ub9kb
@AsSa-ub9kb 5 жыл бұрын
ዕልልል ዕልልል ዕልልል ዝማረ መላእክት የስማዓና ብታእሚ ማሃሪት ናብ ነብስካ ትመልስ መዝሙር ሰሚዐ ምጽጋባ ስኢነያ
@kdjddifkjf2055
@kdjddifkjf2055 3 жыл бұрын
በስም አብ መውለድ መንፍስ ቅድስ አሜን አሜን ዝማሬ መልአክት ይስመዕልና።🙏🙏🙏👏👏👏
@Tblextube
@Tblextube 6 жыл бұрын
azya tiemti mezmur!Amen amen amen zmare melaekt yesmealna yehwat!!!
@rutess97
@rutess97 6 жыл бұрын
Zmare melaekt yasemalgn .
@mleitebeyene384
@mleitebeyene384 Күн бұрын
I Love it so much it so amazing and beautiful
@user-ub9xb5bt8d
@user-ub9xb5bt8d 2 ай бұрын
ድክመተይ በዚሑ ሓጥኣት ውሕትኒ ናይ ብሃቂ ዝማሪ መላኣክ የስምኣና🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@user-jw6gf5oi4m
@user-jw6gf5oi4m 8 ай бұрын
Zmare Melaekti Yesmealna Egziabher Amlak Amen Amen Amen.
@muluwerkhuawei9429
@muluwerkhuawei9429 6 жыл бұрын
የኔማር.የኔእንባይርገፍ.እልልልል.ልብይነካል.ባላውቀውምትርጉሙን.ዝማሬ መላክትን ያሰማልን
@sasewedi2679
@sasewedi2679 6 жыл бұрын
ኣሜን ፡ዝማሬ መላእክት የስመዓልና፡ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርኸልኩም።
@mleitebeyene384
@mleitebeyene384 2 күн бұрын
I Love it so much it is so beautiful and amazing ❤
@user-og5vk2dx7i
@user-og5vk2dx7i 4 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክብራት አሕዋተይ ፀጉእ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላክ
@elenhabtomnegash8226
@elenhabtomnegash8226 6 жыл бұрын
Zmare melaekti yesmalna. Amen amen amen
@bahtaleake5969
@bahtaleake5969 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen zmare melakti yesmealna May agelgulet zebenki ybarkelki
@wedikeshi8612
@wedikeshi8612 6 жыл бұрын
Amen Amen Amen kale hiwet yesmelina Egzibhar amlak xegeu yebzhalku shikornatat yahwety
@haymanottemesgen5338
@haymanottemesgen5338 5 жыл бұрын
Amen amen amen kale hiwet yesmelina egzibhar amlak xegeu yebzhalkum yahiwety
@MamaDadaDada-ih5kt
@MamaDadaDada-ih5kt 6 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መልአከቲ ይሰምዓልን ❤❤❤
@tesfuteklezgi72
@tesfuteklezgi72 5 жыл бұрын
ብታኤሚ ጠምት መዝሙር ካብዚ ጭውቻውታ ናይ ዓለም ተርሕከካ ናይ ኣገልግሎት ዘበንኪ ይባርከልኪ ኣሜን
@waletuzekrinebsey4438
@waletuzekrinebsey4438 6 жыл бұрын
Amen amen amen zmare melakti yesmealna nay agelglot admekum ybarkelkum tseguau yebzhalkum brukat yehwatey
@jaciscott8221
@jaciscott8221 4 жыл бұрын
Eilllllll eilllllllll eilllllll
@tesfaldettesfa9238
@tesfaldettesfa9238 6 жыл бұрын
ኣሜን እመ አምላክ ኩሎ ግዜ ትኩን ምስሌነ ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ደቂ ተወሃዶ
@mleitebeyene384
@mleitebeyene384 2 күн бұрын
i Love so so much it is so beautiful and amazing ❤
@hiritilakew586
@hiritilakew586 6 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና እግዚኣብሔር ኣምላክና ጸጉኡ ይብዝሓልኩም።
@eritreailoveyou8351
@eritreailoveyou8351 6 жыл бұрын
Amen amen amen zmare melaekti yesmealna zmare nay kdus dawit ztekebele zmariekum ykebelelkum agolgulot zemenkum ybarkelkumn yqedselkumn tselotan berekeray nay Emebrhan ms kuluna ykum
@merimeri6688
@merimeri6688 6 жыл бұрын
Amen amen amen zemre melkt yesmealn
@nanamando8310
@nanamando8310 5 жыл бұрын
Eritrea i love you
@yohanabashay5828
@yohanabashay5828 5 жыл бұрын
Amen Amen Amen 🙏🙏🙏
@fretakibrim1392
@fretakibrim1392 5 жыл бұрын
Amen amen amen
@afommengstab7450
@afommengstab7450 4 жыл бұрын
Amen amen amen zemari melakti yasmalna
@amanoneloves2506
@amanoneloves2506 2 жыл бұрын
Asey des kbl mezmur abi msgana ykunkum nzi tbeb zeberketkumlna naagolglot zbenkum ybark ❤️🙏
@nardoszerizgi6025
@nardoszerizgi6025 4 жыл бұрын
Amen amlak nizi karona awxalna Jesus mezemeran nizi karona awxal na amlakei 💋💋💋💋❤💖 nizi karona awxalna iesos krstås Amen amen amen 😘 💋 💋 ❤ diakon tatt xålåt gbero l love you 💋 💋
@russomtekleweyni1159
@russomtekleweyni1159 6 жыл бұрын
ኦ ድንግል ማርያም ኣዴና ንውዕለቲ ዝገልጽ ኣየናይ ልሳን፡ ኣየናይ ልቢ ኢዩ ከ ፡ ካባኪ ምፍላይ ማለት ብደውካ ሞት ማለት ኢዩ ንዓኪ ዝተዋሃበ ክብሪ ንመን ተዋሂቡ ዲዩ ፡ ኦ ሓረገ ወይኒ ኣደ ኩሉ ዓለም ዝኮንኪ ንዘላኣለም ምስጋና ንዓኪ ይኩን ሒጂ ዉን ክሳብ መወዳኣታ ደቀየ በልና ካባኪ ሓሊፍና ንከዶ ይብልናን ብኣማልድነትኪ ናብ ፍቁር ወድኪ ከተብጽሕና ንልምነኪ ኣለና ጾሎትና ስምዕና ስምዕና ስምዕና ማርያም ድንግል ኣዴና ኣሜን ኣሜን ኣሜን ።
@Ise609
@Ise609 3 жыл бұрын
Amen amen amen
@brutfiker3165
@brutfiker3165 6 жыл бұрын
amen zimare melikot yasemaln tesifa menigiste semayit yawrisilen amen amen amen
@user-kh1eu4je4j
@user-kh1eu4je4j 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን እልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእኽቲ የስመዓልና እግዛብሄር ኣምላኽ ፀጉኡ የብዘሐልኩም ኣሜን።🌹🌹🌹🌹🏵🏵🏵🏵🏵🏵🏵🏵🏵🏵🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🍎🍎🍎🍎🍎🍎🍎🍎🍎🍎🍎🍅🍅🍅🍅🍅🍅🍅🍅🍅🍋🍋🍋🍋🍋🍋🍋🍋🍋🍋🍊🍊🍊🍊🍊🍊🍊🍊🍊🍊🌹💐🌹💐🌹💐🌹💐🌹💐
@merhawieyob2932
@merhawieyob2932 Жыл бұрын
ደክመተይ በዚሑ ብሓቂ ዝማሬ መላእክት የስማዓልና👏👏👏👏
@user-my7fj2lq1n
@user-my7fj2lq1n 6 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላይክት ያሰማልን እህታችን ተዋህዶ ለዘላለም ትኑርልን
@hagostesgayliverpool5376
@hagostesgayliverpool5376 Жыл бұрын
እዛ መዝሙረ ካብ ዝስምዓ ዳርጋ 5 ዓምት ገይረ ኣለኩ ግን ኩሉ ግዜ ክሰምዓ ክልኩ ውሽጠይ ይፈርሑ ንብዓት ይመጻኒ ግን ካብ መንታይ ምኻኑ ኣይፍለጥን'ዩ 🙏
@sarhali1760
@sarhali1760 Жыл бұрын
ድክመትይ በዙሑ ሓጥያተ ወሑጥኒይ ካብ ናይ ዓለም ርክሰተ ንዒ አናግፊኒይ በማላድነተኪ ንሰይጣን ሰዒረ ናዓኪ ክመሰገን መዝሙርኪ ዝመረ ዝማሬ መላእክት ይሰመዓና አሜን አሜን አሜን ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ንዘላአለም ተንበር💒💒💒💒💒💒💒💒💒💐💐💐💐💐💐❤❤❤❤❤❤❤❤❤🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺
@user-zf9kf8wq1l
@user-zf9kf8wq1l 9 ай бұрын
ከብርነ ምስጋናነ ልድነገል ማርያም ኣደ❤❤❤
@user-tb1ve7nq6f
@user-tb1ve7nq6f 6 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መልኣኽቲ የስማዓልና እግዝኣብሄር ኣምላኽና ጸጋኡ የብዝሓልኩም እታ ዝፈትዋ መዝሙር እያ ብልቢ ኢየ ዘመስግነኩም ።
@mullumullu801
@mullumullu801 6 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መልኽቲን የስዓልና እግዛብሄር አምላኽና ጸጋኡ የብዝሓልኩም አሜን አሜን አሜን
@ahmadsaleh5030
@ahmadsaleh5030 6 жыл бұрын
ድክመተይ በዚሑ ሓጥያት ዊሒጥኒ متخاتبتلهح٩غل/£_£
@user-me2pn4nu3v
@user-me2pn4nu3v 4 жыл бұрын
🌆🏰
@user-me2pn4nu3v
@user-me2pn4nu3v 4 жыл бұрын
I'm
@mihretabrahaley5284
@mihretabrahaley5284 4 жыл бұрын
@@mullumullu801 0
@nimrodgodan217
@nimrodgodan217 6 жыл бұрын
Amen amen amen kal hiwet yesmalna Egziabher amlak xegueu yebzhalki
@user-nt4df5bq4e
@user-nt4df5bq4e 9 ай бұрын
Kidste kidusan tbarkiki des zebil lbka ztnkif mezmur thanks❤❤❤❤
@binitaeme6134
@binitaeme6134 4 жыл бұрын
Amien zmarie melahkti ybtshalna hafte
@user-ft8pk1td4i
@user-ft8pk1td4i 6 жыл бұрын
Amen Amen Amen Zemari melakt yesmalna Egzabher Amlak Xegu yebzhalkum yehwatey ⛪✝⛪✝⛪✝
@lavitamaiko5625
@lavitamaiko5625 6 жыл бұрын
Amen Amen Amen zemari melekti yesmalna 🙏🙏🙏💒🇪🇷
@tsegayteklu8715
@tsegayteklu8715 4 жыл бұрын
Amen amen amen zemare melakti yesmelna endahaderka zehedis mezmur. ቅድስቲ ድንግል በረከታ ጸሎታ ኣይፍለየና ኣሜን !!!
@darartudaratu1401
@darartudaratu1401 9 ай бұрын
Amen Amen Amen 🙏 zemare malekte yeasamelinii
@user-jw6gf5oi4m
@user-jw6gf5oi4m 8 ай бұрын
God Bless You Amen Amen Amen.
@user-ss4kk1yh5e
@user-ss4kk1yh5e 6 жыл бұрын
Elllllllllll zemare melketi yesmalena egziabher amelake tsegu yebzahlkum yehwat
@Natsa_1
@Natsa_1 5 жыл бұрын
ኣሜን
@chelsea9282
@chelsea9282 6 жыл бұрын
Amen Amen Amen zmare melaekti yesmealna yehwatey nay zemen edmekum ybarkelkumn yqedselkumn
@tyemariyamlegsululta383
@tyemariyamlegsululta383 6 жыл бұрын
Amen zemari melakti yesameln
@mebrsttesfahans2223
@mebrsttesfahans2223 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen 🙏🙏🙏
@aydagebre9965
@aydagebre9965 3 жыл бұрын
Zmara melakt yesmalena 🙏🤲
@BiriktiHaile
@BiriktiHaile 3 ай бұрын
Dekmtey bezhu Zemar melakti yesmalna fetari 😭😭
@rutemainz4148
@rutemainz4148 6 жыл бұрын
ዕልልልልልልልልልልልል ዕልልልልልልልልልልልልል ዕልልልልልልልልልልልልልል ኣሰይይይይ ዞም ኣሕዋተይ ጸጋ ኣብልዕሊ ጸጋ ይዓድልኩም ኣሜን ዝማረ መላአክቲ ይስምዓልና ኣሜን።
@dembehaki9939
@dembehaki9939 6 жыл бұрын
Rute Mainz ኣሜን ክብረተይ ሃብተይ ናተይ
@efremoftenwedigazay38
@efremoftenwedigazay38 6 жыл бұрын
Aseyyyy ElElElEl zamara malakte yasmaln haftna
@habtabteweldebrhan2920
@habtabteweldebrhan2920 6 жыл бұрын
roblox
@lemlemselomoon7544
@lemlemselomoon7544 5 жыл бұрын
Seyyy ellll zmare melakti yesmealna
@hayatisegen1875
@hayatisegen1875 5 жыл бұрын
💒💒💒💒💒💒💒🌷🌷🌷✔✔✔🙏🙏🙏⛪⛪⛪✔
@haileabmelles8053
@haileabmelles8053 6 жыл бұрын
Aseyy Zmare melaekt yesmaelma kuburat yehwat👏💒💒💒💒💒💒
@FiyoriKilati
@FiyoriKilati 6 ай бұрын
Amen Amen Amen zemar melekiti yeseman ⛪✝️🥰🥰🙏🙏🙏
@furtunayowhans228
@furtunayowhans228 2 жыл бұрын
amen amen amen qal hiwet yesmealna 🙏🏽🙏🏽🙏🏽💖💖💖🥰🥰🥰
ስምኪ ጸዊዐ ብ ዘማሪት ሜሪ ኣለም//#eritrean#orthodox#tewahido#mezmur//Zemarit Mery Alem 2024©
5:58
ኣብቲ ጽላሎትኪ ABTI TSLALOTKI Channel
Рет қаралды 751 М.
Children deceived dad #comedy
00:19
yuzvikii_family
Рет қаралды 8 МЛН
I CAN’T BELIEVE I LOST 😱
00:46
Topper Guild
Рет қаралды 94 МЛН
Каха ограбил банк
01:00
К-Media
Рет қаралды 11 МЛН
That's how money comes into our family
00:14
Mamasoboliha
Рет қаралды 6 МЛН
Mezmur: Enehet Eta Emba (እነሀት እታ እምባ)
6:43
EndaMariam
Рет қаралды 6 МЛН
ናይ ንግሆ ጸሎት
44:56
Eritrean Orthodox Tewahdo ቤት ፍቕሪ እግዚኣብሄር
Рет қаралды 1,4 МЛН
NEW ERITREAN ORTHODOX MEZMUR ( AUGUST 2017 )  / ብልጽቲ ህያብ / bilxti hiyab
6:14
DNKUAN HAGOS / ድንኳን ሓጐስ /
Рет қаралды 2,8 МЛН
ተመሊሰ ሓድሽ ልቢ ዝማርክ ትግርኛ መዝሙር  ዘማሪት ሔዋን ገ/ኣነንያ New Tigrigna Orthodox Mezmur 2023
6:35
ዘማሪት ሔዋን ገ/ኣነንያ zemarit hewan G/Aneniya
Рет қаралды 1,1 МЛН
Children deceived dad #comedy
00:19
yuzvikii_family
Рет қаралды 8 МЛН