CATH፣መንፈሳዊ ፊልም ቅዱስ ዮሓንስ ኣፈወቅ|1ይ ክፋል፣Eritrean Orthodox Film |2021|St. John Chrysostom|part 1

  Рет қаралды 567,118

ምዕራፈ ቅዱሳን

ምዕራፈ ቅዱሳን

3 жыл бұрын

ብኽፍሊ ስነ ጥበብ ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ
ክርስቲያን ቤት ትምህርቲ ሰንበት ኣቡነ ተክለ ሃይማኖት
ኣብ ሃገረ ሆላንድ ካብ ቋንቋ ዓረብ ናብ ትግርኛ ተተርጒሙ
ዝተዳለወ መንፈሳዊ ፊልም ቅዱስ ዮሓንስ ኣፈወርቅ.
Subscribe Free:
kzfaq.info/love/ieo...
Copyright © Abunetekle haymanot 2020
©All rights reserved to Abunetekle haymanot.
No part of this publication may be reproduced, distributed or transmitted in any from or by any means without the prior written permission of the publisher
Best updates: / channel
UCieozHQUXsfFb7nGN8LtSuw/videos
FB page: / eotc.abunete. .
#Church#AbunetekleHaymanot#Weert#

Пікірлер: 670
@user-bu1si2ov2v
@user-bu1si2ov2v Жыл бұрын
ኣነስ ነዛ ናይ ኣቦና ቅዱስ ዮሐንስ ኣፈወርቅ ፍልም ደጋግመ ይሰምዖ ደክማ ይፀንሕ እሞ ተስፋ ድማ ይገብር በርከት ናይ ኣቦና ምስ ኩልና ይኩን አሜን (፫)👏👏❤
@user-li7on6rw3y
@user-li7on6rw3y 5 ай бұрын
አሜን ማዓረይ አነ ውን😢🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@filiteklitfiliteklit7447
@filiteklitfiliteklit7447 3 ай бұрын
Amen Amen 🙏
@dawitgebre1446
@dawitgebre1446 Жыл бұрын
ቃለ ህይወት ያሰማልን የቅዱስ ዩሃንስ ኣፈወርቅ በረከት ይድረሰን
@-eliyahu4916
@-eliyahu4916 3 жыл бұрын
ሕጂ'ሲ ኣነ ምስ ሰብ ድየ ዝቑጸር፡ ኣቦና ጾሎትኩም ተግሣጽኩሙን ኣይፈለየና።
@-eliyahu4916
@-eliyahu4916 3 жыл бұрын
@Mehari Haile እንታይ እዩ እቲ ጸገም ብርግጽ የፈልጦ የለኹን ኩሎም ቅዱሳን ብዙሕ ኣጸያፊ ሂወት እዮም የሕሊፎም ኣነ ውን ካብ ናታቶም ብዝገደደ ግን ንሳቶም ተለዊጦም ኣነ ውን ቅሩብ ግን ከም ዕንቅርኦብ ኣብ ጭቃ ምንባር ለሚደ፡ንሳቶም መኒኖም ንነብሶም ኮይኖም ንሃገሮም ንዓለም ከማን ኣነ ግን ንነብሰይ ከማን ክኸዉን ኣይክኣልኩን በቃ ንሳቶም 100ቲ 12ተ 7ተ ዓመታት ኣብ ጾሎት ብተመስጦ ክጽልዩ ክለዉ ኣነ ግን ንሓንቲ ደቂቅ ትኹን ውን ኣይክእልን ነዚ ድማ እየ ኣነ'ሲ ምስ ሰብ ድየ ክቁጸር ዝበልኩ።
@-eliyahu4916
@-eliyahu4916 3 жыл бұрын
@Mehari Haile እሺ ሓወይ ክብረት ይሃበለይ ኣብ ጸሎት ካ ድማ ዘክረኒ።
@tiemtidawitgebre5892
@tiemtidawitgebre5892 3 жыл бұрын
ኣማን ኣማን ኣምን
@almazshebeshi1410
@almazshebeshi1410 3 жыл бұрын
@@-eliyahu4916 Mm
@ምስጋናዩመልሰይmsganaumelse
@ምስጋናዩመልሰይmsganaumelse 3 жыл бұрын
እግዚኣብሄር ኣምላክ ሂወትና ንቅየረሉ ልብና ዝበስዓሉ ብፍቅሪ እግዚኣብሄር ንነብዓሉ ሰናይ ትምህርትን ፊልምን ይግበረልና ኣሜን
@biniyammokonen9455
@biniyammokonen9455 3 жыл бұрын
Amen amen amen
@mezgebasmerom7548
@mezgebasmerom7548 3 жыл бұрын
Amen amen amen
@MeriYouTube3410
@MeriYouTube3410 3 жыл бұрын
Amen(3)
@user-hb3gd3sr8g
@user-hb3gd3sr8g 3 жыл бұрын
ኣሜን
@Lunakidane5383
@Lunakidane5383 3 жыл бұрын
Amen🙏
@user-qb3pd8zc6i
@user-qb3pd8zc6i 2 жыл бұрын
እስይይ ተዋህዶ ሃይማኖት መሆኔን እጅግ ደስ በሉኛል እግዛብሔር ሂዎትና ይቀይረልና
@astermesho3513
@astermesho3513 2 жыл бұрын
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የበዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላክ ዓይኒ ልበነና ይክፈተልና አምላክ ኤስራኤል 💐💐💐
@softmaker5298
@softmaker5298 3 жыл бұрын
ሊቁ ቅዱስ ዮሃንስ ኣፈወርቅ በርኽቱ ኣይፍለየ ናይ ባሕቂ ኣቦ
@andomksanet6632
@andomksanet6632 3 жыл бұрын
Amen
@user-if6gs1ss7z
@user-if6gs1ss7z 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@user-hk1wm9vl4r
@user-hk1wm9vl4r 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ሊቀ ቅድስ የሃነስ በረከቱ ኣይፈለየና ኣቦ
@tsigeroamntsigeroamn7311
@tsigeroamntsigeroamn7311 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen
@shweitkonjo6217
@shweitkonjo6217 3 жыл бұрын
ኣሜን
@user-zs1rr4bo6c
@user-zs1rr4bo6c Жыл бұрын
ናይ ኣቦና ቅዱስ ዮዋሃንስ ኣፈወርቂ ንተስፍ ዝቅርጸ ሰብ ተስፍ ይገበረና ፆሎተሞን በረክተሞን ይሕደረና ንኩላትን ህዝቢ ክርስትያን
@hayathabash4553
@hayathabash4553 3 жыл бұрын
ሊቁቅዱሰዩሃንሰኣፈወረቅ በረኽቱኣይፍለዩና🙏🙏⛪⛪⛪🌻🌻🌻
@regaatdm8523
@regaatdm8523 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen Kal hiwet yesiman kuburan abotstin yehiwatni
@sannayisan7439
@sannayisan7439 10 күн бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የሥመዐልና ቡጹኡ ኣቦና ቅዱሥ ዮዋሃንሥ አፈ ወርቂ በረከትኹ ይሕደረና🤲🤲🤲
@ruessomneamn
@ruessomneamn Жыл бұрын
እግዚኣቢሀር ኣምላክ ሂወትና ንቅየረሉ ልብና ቃል እግዚኣብሄር ኣብ ልብና ዝሓድረሉ ግዜ ይፍጠረና
@merasweet3227
@merasweet3227 3 жыл бұрын
ቃለ ህይወት የስመዓልና በረከት ናይ ቅዱስ ዮውሃንስ ኣፈወርቅ ምስ ኩልና ይኩን💒❤🙏. ነዚ ናይ ቤተክርስትያና ዘሎ ውን ከም ቅዱስ ዮውሃንስ በዓል ጸጋ ኣምጽኡ ኣምላክ ዕርቅን ሰላምን ሓቅን ከንግሰልና ሰናይ ፍቃዱ ይኩን።
@user-gy9nz7fo2o
@user-gy9nz7fo2o 8 ай бұрын
ፕፕ ግ😢 33:04
@logostube5696
@logostube5696 Жыл бұрын
ቃል ሕይወት የስምዓልና!!! ኣምላኽ ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ የብዝሓልኩም!!! ኣዝዩ መሃሪ እዩ እሞ ቀጽልዎ ኢኹም። ጸሎትን በረኸትን ቅዱስ ኣቦና ዮሓንስ ኣፈወርቅ ምስ ኩልና ይኹን።
@user-wr9hm4yq1w
@user-wr9hm4yq1w 2 ай бұрын
የቅዱስ. ዮሀንስ. አፈወርቅ. በረከቱ. ይደረብ. ልቦናችንን. ያብራልን❤❤❤❤
@user-lk4qi8kb4o
@user-lk4qi8kb4o 11 ай бұрын
ኣሜን ቃል ህይወት ያስመዐልና ፀጋእ ያብዘሐልኽም ናይ ብሓቂ ናይ ቅዱስ ዮውሃንስ ኣፈወርቂ በረኸትኽም ይሕደረና
@user-jy1iq6kj7w
@user-jy1iq6kj7w 3 жыл бұрын
እንካዕ ብዳሓን መፃእኹም ቡሩኻተይ ዕልልልልልልልል ብሃንቀውታ ንፅበለና ዘናይ ሓዱሽ ዓመት ይግበረልና
@djlion1652
@djlion1652 3 жыл бұрын
ኦ ኣምላከይ ንዓይ ንድኩም ፍትረት ነዚ ክርኢ ዝፈቀድካለይ ኣመስግነካ ኣለኩ ኣሜን
@user-fh6xr9gw1z
@user-fh6xr9gw1z 3 жыл бұрын
amen amen amen
@user-vu2mw5qg7k
@user-vu2mw5qg7k 3 жыл бұрын
ኦ ኣምላከይ ፀባብ ኣእምረይ ነዚክርኢ ዝገበርካኒ ብጣዕሚ እየ ዘመስግን ኣሜን ኣሜንገታየይ
@user-jb7km2le8t
@user-jb7km2le8t 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@user-jf3ri3nn8s
@user-jf3ri3nn8s 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@hccc7151
@hccc7151 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜንንንን
@user-yc6hf6ld7u
@user-yc6hf6ld7u 3 жыл бұрын
Amen amen ቃል ኣምላኩ ጥዑም ኦ ኣምላካ ናብ ፅቡቁ ምራሓና ራሃራሃልና
@tediwedidebeshen3504
@tediwedidebeshen3504 2 жыл бұрын
አሜን ቃለ ሂወት የስመዐልና ኩቡራት ደቂ ኩሩስቶስ👏
@omegabookstore-6914
@omegabookstore-6914 3 жыл бұрын
እንቋዕ ብሰላም መጻኲምና ፍቁራት ህዝበ ክርስትያን።
@user-gd4yr7jx6r
@user-gd4yr7jx6r 9 ай бұрын
ኣሜን(3)ቃለሂወት የሰመአና👏♥️👏♥️
@michaelmehari1053
@michaelmehari1053 3 жыл бұрын
ቃል ህወት የስመዓልና አሜን በረከት ናይ ኣቦና ቅዱስ ዮሓንስ ኣፈወርቅ የካፍለና ብጸለቱ ይምሓረና ህዝበ ክርስቲያን አሜን አሜን አሜን። ነዝ ክከውን ዝገበርኩም ኣብ ትሕት ፈጣሪ ነመስግነኩም ካብ ድኩማት የሕዋትኩም ደቅ እምነት ተዋህዶ ናይ ዞም ቅዱሳን ኣቦታትና ታርኩምን ዝሓለፉዎ ጽንዓቶምን ኣብዝ ናይ ሎም ዘለና ወሎዶ ዓብ ሓገዝ ስለ ዝኮነ ከም ፍቃድ ኣምላክ ድካምኩም ከይጸብጸብኩም ንዓና ንድኩማት የሕዋትኩም ኣብ እምነትና ዋልታ እምነት ተቀንትና ኣሰር ኣቦታትና ክንክተል ስለ ዝሕግዘና ኣብ ትሕቲ ኣምላክ ከምዝ እናገበርኩም ሓገዝኩም ክንጽበ እና። ምሕረት ጎይታናን ኣምላክናን ኢዮስስ ክርስቶስ ኣማላድነት ናይ ኣዴና ቅድስት ቅዱሳን ድንግል ማርያም ተራዳኢነት ናይ ኩሎም ቅዱሳን መላእክትን ጸሎት ናይ ጻድቃናትን ምሳኩምን ምሳናን ይኩን ደቅ ተዋህዶ የሕዋተይ።
@user-jh4dj3nn9t
@user-jh4dj3nn9t 3 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስምዓልና እግዚአብሔር ጸግኡ የብዝሓልኩም 2ይ ክፋል ንጽበ
@fhh5953
@fhh5953 4 ай бұрын
ኣሜንንን(3)ቃል ሂወት የሰመዐልናበረክት ናይ ኣቦና ቅዱስ የወሃንሰ ኣፈወረቅ ኣይለይና ክቡራተይ
@amineteklemaryam9032
@amineteklemaryam9032 3 жыл бұрын
ስለ ቃሉ ዝከቨረን ዝተመስገነን ይክን ቃል ሂወት የስምኣና ይህዋተይ
@biniam5322
@biniam5322 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ቅዱስ እግዚኣቢሄር ኣምላኽ ናይ ኣጎልጉሎት ዘበንኩም ይባርኽ በረከቱን ጾሎቱን ናይ ቅዱስ የውሃንስ ኣይፈለየና
@samsomalem5221
@samsomalem5221 3 жыл бұрын
ኣሰይይይይይይ ልቢ ዘረስርስ ቃላት ናይ ኣቦና ቃለ ሂወት የስማልና በረከቶም ጸሎቶም ኣይፈለየና
@user-xw4qr5nf7x
@user-xw4qr5nf7x 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና ናይ ብሓቂ መሃሪት 2ይ ክፋል ኣይትደንጉና ናይቲ ብርሃን ቤተክርስትያና ከምዚ ገርኩም ናባና ምቅራብኩም ዓስብኹም ብኣምላኽ ጸጋ ድማ የብዝሓልኩም
@h.klearnchannel8490
@h.klearnchannel8490 3 жыл бұрын
ብዘለና ዓቅሚ ሕብረተሰብና ንማሃር!! ኩቡራት ኣሕዋት! መባእታዊ ትምህርቲ ኮምፒተር ምስ እትደልዩ ኣብዛ link ብምጥዋቅ subscribe ጌርኩም ክትማሃሩ ትክእሉ ኢኩም ። kzfaq.info/love/y-3WRCR13GA4gjMp-ZQ83w ዝኮነ ክቀርበልኩም ትደልዎ ትምህርቲ ድማ ፣ ከዳልወልኩም ቅሩብ እዩ ። የቀንየለይ ። kzfaq.info/love/y-3WRCR13GA4gjMp-ZQ83w
@mussieteklit4010
@mussieteklit4010 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት ይስማዓልና።እግዚኣብሔር ካብ በረኸት ናይ ቅዱስ ኣቦና ዮዉሃንስ ኣይፈወርቂ የካፍለና ተባዕ ጅግና ወተሃደር ክርስቶስ ከምዚ ከምኡ የተንስኣልና ሂወትና ፍትወት ዓለም መሊኡ ዘሎ።
@weldababraham3218
@weldababraham3218 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዐልና ።
@tiemtidawitgebre5892
@tiemtidawitgebre5892 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት ይስማዓልና እግዝዚኣብሔር ካብ በረኸት ናይ ቅዱስ ኣቦና ዮውሃንስ ኣይፈወርቂ የካፍለና +++++++
@user-im7lp7fm8t
@user-im7lp7fm8t 3 жыл бұрын
በረከትን ረዲኤትን ናይ ኣቦና የውሃንስ ኣፍወርቂ ምስ ኩላትና ይኩነና
@shamsamule610
@shamsamule610 3 жыл бұрын
ኣሜን (((3))) ቃለ ሂወት የስምዓልና እግዚኣብሄር ኣምላክ ናይ ዘመን ኣጎልጉሎትኩም ይባርከልኩም ጸሎት ኣዴና ቅድስተ ቅዱሳን ድንግል ማርያም ኣዴና ኣይፈልየና ናይ ኣቦና ሊቅ ቤተክርስትያን ዮሃንስ ኣፈወርቅ ጸለቱን ብረከትን ጸግኡን ይክፈለና 30 60 100 ሰናይ ፍረ ክንፈሪ እግዚኣብሄር ኣምላክና ቅዱስ ፍቃዱ ይኩን 2 ክፋል ክንጽበየኩም ኢና ኣይትደንጉይና እግዚኣብሄር ኣምላክ ዓስብኩም ይክፈልኩም ኣብ ጸሎትኩም ዘኩሩኒ ።
@bietmezmurtewahdo3838
@bietmezmurtewahdo3838 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን በረኸት ናይ ኣቦና ቅዱስ ዮውሃንስ ኣፈወርቅ ምስ ኩሉና ይኩን ኣሜን።
@selugalaregawy4661
@selugalaregawy4661 3 жыл бұрын
አብ ፆሎትኩም ዝኩሩኒ ናኣይ ደክምተን ሓጥያትኛን 2ይ ክፋል ብስላም ምፁኡ
@filmonokbay4704
@filmonokbay4704 3 жыл бұрын
Kalay kefal reaya eki werida eya
@user-ys8qt6bi6v
@user-ys8qt6bi6v 3 жыл бұрын
Temesgen getaye lezich dekika ekf dgf adrgo yaderesen amen amen amen keri Zemenachnn ezgabiher ybarkln amen amen amen
@زينب-ف9ت
@زينب-ف9ت Күн бұрын
ቃልህይወት ያሰማልን የቅድስ ዩሃንስ በረከት ይድረሰን❤❤❤
@merigaltigray1093
@merigaltigray1093 3 жыл бұрын
ኦ አምላከይ ናብ መንገድካ ክንክተል ልቦና አበና።
@sbegge7121
@sbegge7121 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤ቃል ህይወት የሰመዐልና🙏🙏🙏
@wasli8257
@wasli8257 3 жыл бұрын
ሊቅ ቅዱስ ዮውሃንስ አፍወርቃ በረከቱ አይፈለየና አንሕና እውን ብመንገዲ እግዚአብሔር ይመርሐና አሜን አሜን አሜን
@user-ms9gi5ye3k
@user-ms9gi5ye3k 3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስመዐልና በረክት ናይ ኣቦና ቅዱስ የወሃንስ ኣፈወርቅ አይለይና ክቡራተይ
@ruftalbey8635
@ruftalbey8635 3 жыл бұрын
ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልኩም ደቂ ማሕበረይ በረኸት ናይ ኣቦና ቅዱስ ዮሓንስ ኣፈወርቅ ምስ ኩላትና ይኹን ኣሜን።
@user-oy2em3lq2j
@user-oy2em3lq2j 3 жыл бұрын
ቃለ ህይወት የስመዐልና በረከት ናይ ቅዱስ ዮሃንስ ኣፈወርቂ ይሕደረና ፍቅራተይ ኣይትዘንግዑና ብተሰፋ ንፅበ
@enatmesfin
@enatmesfin 3 жыл бұрын
ቃለ ሕይወት ያሰማልን እግዚአብሔር እድሜ ጤና ይስጣችሁ የቅዱሳን በረከት ይደርብን በአማርኛ ቋንቋ ብትሰሩ ጥሩ ነው
@geni2251
@geni2251 2 жыл бұрын
ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና እግዚአብሔር አምላክ ፀጉኡ የብዘሐልኩም ክቡራት ኣቦታትና
@user-if9uk1dx3z
@user-if9uk1dx3z 3 жыл бұрын
ናይ ኣቦና ቅዱስ የዉሃንስ ኣፈወርቅ ፆሎቱን በረከቱን ኣይፈለየና
@user-gf2pp1fc9i
@user-gf2pp1fc9i 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣይፈለይና
@user-wh3go8cm7x
@user-wh3go8cm7x 8 ай бұрын
አሜን አሜን አሜን ወይ ኩን ቃል ህይወት የሰመዐልና ጸጉኡ የብዝሕ ቁድስ አቦና❤❤❤
@keshiabrehaleyazeze1815
@keshiabrehaleyazeze1815 3 жыл бұрын
ብጣዕሚ መሳጢ ፍልም ናይዚ ቅዱስ ኣቦ ዮሃንስ ኣፎወርቅ በረኾቱ ይሕደረና ኣቦና ቀሺ ጸጋይ ምስ ኩሎም ኣባላት ቤት ትምህርቲ ሰንበት ኣቡነ ተክለ ሃይማኖት ዘመንኩም ይባርኽ ጸጋኹም የብዝሓዮ ምስዚ ዘሎ ግዜ ዝሳማማዕ ወቅታዊ ፍልም ካልኣይ ክፋል ብሓንቀውታ ንጽበ።
@ktsegaymi9512
@ktsegaymi9512 3 жыл бұрын
ኩቡር ኣቦና ኣሜን ንኩልና ጸጋኡ የዓድለና
@h.klearnchannel8490
@h.klearnchannel8490 3 жыл бұрын
ብዘለና ዓቅሚ ሕብረተሰብና ንማሃር!! ኩቡራት ኣሕዋት! መባእታዊ ትምህርቲ ኮምፒተር ምስ እትደልዩ ኣብዛ link ብምጥዋቅ subscribe ጌርኩም ክትማሃሩ ትክእሉ ኢኩም ። kzfaq.info/love/y-3WRCR13GA4gjMp-ZQ83w ዝኮነ ክቀርበልኩም ትደልዎ ትምህርቲ ድማ ፣ ከዳልወልኩም ቅሩብ እዩ ። የቀንየለይ ። kzfaq.info/love/y-3WRCR13GA4gjMp-ZQ83w
@coolmom8537
@coolmom8537 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቓል ሂወት ያስማልና ብተኣሚ ደስ ዝብል አግዚኣብሄር ተግኡ ይብዝሓልኩም ኣሕዋተይ ከምዚ ገርኩም ዘክረብኩምልና 🙏
@Eritrea-First177
@Eritrea-First177 3 жыл бұрын
ናይ ብሕቕ ደስ ዝብል ኢዩ በረኸት ናይ ኣቦና ቁዱስ ዮውሃንስ ኣፈወርቅ ምስ ኩላትና ህዝበ ክርስታን ይኹን የሕዋትና ክኣ እግዛብሔር ኣምላኽ ጸጉኡ የብዝሓልኩም ካልኣይ ክፋል ክኣ ብሃንቆውታ ክንጽበየኩም ኢና
@kisanetshmangus8229
@kisanetshmangus8229 2 жыл бұрын
አምላክ ዓይኒ ልቦናና የብርሃልና ሰናይ ስራሕ ክንገብር ፊልሚ ይግበረልና፡፡
@sofyaaesufyflyheky9613
@sofyaaesufyflyheky9613 Жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂውት የስመዐልን ጸጉኡ የብዝሕልካም ❤❤❤
@Mebrahti
@Mebrahti 3 жыл бұрын
አሰይይይ ክንደይ ደስ ዝብል መንፈሳዊ ፍልም አምላክ ብመንፈሳዊ ሂወትና ንክንዓቢ ይሓግዘና ፍትዋተይ 2ይ ክፋል ብሃንቀብታን
@tesfye12
@tesfye12 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ናይ ቅዱስ ዮሓንስ ኣፈወርቅ ጸሎትን ብረከቱን ኣይፍለየና።
@ssddssdddr3112
@ssddssdddr3112 3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ናይ ቅዱስ ዮሓንስ ኣፈወርቅ ጸሎትን ብረከቱን ኣይፍለየና አሜን
@user-br5ts3jp7v
@user-br5ts3jp7v 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት ይስመዐልና ክቡር መምህረይ 🤲🤲🤲✝️ 🙋🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🕊️🕊️🕊️🕊️🕊️🕊️🌿🌿🌿🌿🕊️🕊️👏👏👏👏👏👏👏
@kidunkidun7758
@kidunkidun7758 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን በረኸት ናይቁዱስ ኣፈወርቅ ምስኩላትና ይኹን ኣሜን
@Kflemaryam
@Kflemaryam 3 жыл бұрын
በረከት ቅዱስ ዮሐንስ ኣፈወርቅ ይክፈልኩም።
@azekrilednglazekriledngl8551
@azekrilednglazekriledngl8551 3 жыл бұрын
Berektn redden nay kudus yohans afowerki ayfeleyena kulu hbe krstiyan Amen amen amen
@bietmezmurtewahdo3838
@bietmezmurtewahdo3838 3 жыл бұрын
ኣሜን ብሓቂ ናይ ዚ ቅዱስ ኣቦ ርኤ ደጋጊመ ዘይጸግቦ ታሪኽ ኢዩ ኣብ ሂወት ፍሉይ ኢዩ። በቃ ቃላት የብለይን
@sabiyasook9680
@sabiyasook9680 2 жыл бұрын
ቃለ ህወት የስመዐና ቅዱስ ይውሃንስ ይሓልኹም ኣሕዋተይ
@adeytigray6384
@adeytigray6384 2 жыл бұрын
ካብ ናይ ምድሪ ንጉስ ናይ ስማይ ንጉስ ምፍራሕ እንበር ናይ ምድሪ ንጉስ ግዝያዊ እዩ ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዐና ናይ ፅባሕ ሰባት ይበለና ቱሉዑል ኣምላክናን ጎይታናን መድሓኒናን እየሱስ ክርስቶስ
@habtomkahsay9949
@habtomkahsay9949 3 жыл бұрын
ኣሜን፡ ኣሜን፡ ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና እግዚኣብሄር ኣምላኽ ብሓይሊ ጸጋ መንፈስ ቅዱስ ይደግፈና ፍቕሪ እግዚኣብሄር ኣብ ልብና ይንገስ
@WeldeMaryam185
@WeldeMaryam185 3 жыл бұрын
ኣሜን(3) ቃል ህይወት የስምዓልና። እግዚኣቢሔር ጸጉኡ የብዝሓልኩም። ብጥዓሚ ደስ ትብል መንፈሳዊት ፊሊም። ዝሰማዕናዮ ኣብ ልብና ይሕድረልኩም።
@user-vw6rq1bv9w
@user-vw6rq1bv9w 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የስመዐልና ብሓቂ ፆሎቶሙን በረከቶምን ኣይፈለየና ኣሜን
@user-rm7nd6nd7s
@user-rm7nd6nd7s 4 ай бұрын
ቃለ ህይወት የስመዐልና በረከቶም ይሕደረና አቦና ዮሃንስ አፈወርቅ👏👏👏👏
@mqoteymqotey6350
@mqoteymqotey6350 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ጾሎቶምን በረከቶምን ኣይፈለየና ምስ ኩልና ህዝበ ክርስትያን ይኹን
@egzetneegzetne6186
@egzetneegzetne6186 3 жыл бұрын
Amen qale hiwet yesmealna xegau yebzhalkum ahwatey nkulkum nay agelglot edme yhabelna. Aboy keshi tsegay wn zemenkum ybark 🙏💒⛪👏🙏❤♥️💒
@user-ws7pk2sz2y
@user-ws7pk2sz2y Жыл бұрын
ኣሜን ፫ ቃል ህይወት የስመዐልና በረከት ናይ ቅዱስ የውሓንስ ኣፈወርቃ ይሕድረልና🌿🙏🙏🙏
@abrahalebrahane8977
@abrahalebrahane8977 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen kale hiwet yesmalna ahiwatey nay kidus Afuwerki yowahans bereketu Ayfeleyena
@user-ss4kk1yh5e
@user-ss4kk1yh5e 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና እግዚኣብሔር ኣምላኽ ጸጉኡ የብዝሓልኩም ናይ ቅዱስ የውሃንስ ኣፈወርቂ ሊቅ ናይ ቤት ክርስቲያንና በረኸት ጸሎት ምስ ኩልና ይኹን የሕዋት ኣሓት ሩሑስ ኣወዳትን በዓል የውሃንስ መስቀል ይግበረልና
@user-dt4hs9xd4s
@user-dt4hs9xd4s 3 жыл бұрын
ኣሰይ ኣምላክ ጸጉኡ የብዝሓልኩም ፍቁራት ማሕበር
@user-jy4kh3rc3d
@user-jy4kh3rc3d 3 жыл бұрын
በረኽት ናያ ኣቦና ቅዱስ የዉሃንስ ኣፈወርቂ ምስ ኩሉና ይኩን ንዝተርጎምኩማ ማሕበር ኣብነተክለ ሃይማኖት ኣምላክ ምንፈስቅዱ ሊኢኩ ይበርትዕኩም ⛪⛪⛪🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️
@lme5630
@lme5630 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና በረከቱን ጸሎቱን ናይ ቁዱስ ዮውሃንስ ኣፈወርቂ ኣይፈለየና ኣሜን
@teklehaimanotmehreteab6169
@teklehaimanotmehreteab6169 3 жыл бұрын
መርሓባ ደቂ እየሱስ ክርስቶስ ናዝራዊ እግዝኣብሔር ኣምላክ ጽጉኡ የብዝሓልኩም ኣሜን በረኸት ቅዱስ የውሃንስ ኣፈወርቂ ኣይፈለየና
@thishxadu8374
@thishxadu8374 3 жыл бұрын
ኣቦና ቅዱስ ዮሓንስ ኣፈወርቅ ኣጎልጉሎትኩም ይባርኽ በጃኹም ከምዚ ናይ ቅዱሳን ኣቦታትና ኣብዚሕኩም ከተምጹልና ኣምላኽ ኣቦታትና ይሓግዝኩም።
@rahelguesh7680
@rahelguesh7680 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቓለሂወት የብዝሓልና ኩቡራት ማሕበር እግዚኣብሄር ኣምላክ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም የባርከልኩም
@user-jb4tt8pi1u
@user-jb4tt8pi1u 2 жыл бұрын
ቃለሂወት የስመዐልና በረከት ናይ ቅዱስ የውሓንስ አፈወርቂ ይሕደረና ግን እታ መዝሙር ብከመይ ክረክባ ይክእል በጃኩም ትፈልጡ ተለኩም ንገሩኒ🙏💓
@merhawigirmai7830
@merhawigirmai7830 3 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስመዓልና ። ፪ይ ክፋል ኣይትዶንጉዩና ብስም እግዚኣቢሄር ።
@kahsayemane4559
@kahsayemane4559 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና በረከትን ረዲኤትን ናይ ኣቦና ቅዱስ ዮውሃንስ ምስ ኩለና ህዝበ ክርስትያን ይኹን።
@user-rn4zw6sb2m
@user-rn4zw6sb2m 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት ያሰማልን ኣተርጎምቲ ኣቦታትና ያሓትና እግዚአብሔር ብጥዕና ብዕድሜ ያሓልወልና ብፀሎትኹም ካዓ ሕስቡኒ ቀፅሉሉ ምክንያቱ ንዓና ንምእመናን ኣዝዩ ኣድለይ ትምህርት ስለ ዝኮነ ኣብ ፍተና ዛላ ሃገርና ፍትሒ ከብ ቅዱስ ኣምላክና ዳኣ እምበር ከብ ስብ ከም ዛይ ኮነ፣ክርስትያን ፈተና ዝዕገስ ዳኣ እምበር ናብ ኮሎኦት ኣምልኮ ዝከይድ፣ዝፈርሕ ኣይኮነን ምክንያቱ ኣብ ዓለም ከለኹም ፈተና ኣለኹም ግን ኣጀኹም ኣነ ዓለም ኣሽንፈዬ እየ እዩ ዝብል እቲ ቅዱስ ኣምላክና ክርስትያን ማለት ንመንግስቱ ንምውራስ ስናይ ስራሕ፣ናይ ነብሲ ስንቂ ምዝግጃው ዳኣ እምበር ንዓለም ምፍታው ሽግር ኣብ ዘጋጥመና ግዜ ናብ ጣኦታት ምምላክ ኣይኮነን ግን በቲ ሽግር ምክንያት ኣምላክና ስለ ንረክቦ ዳኣ ደስ ይበለና ንመንግስቱ ብቃዓት ንክንኮን ቅዱስ ፍቃዱ ይኹነልና ናይ ኣቦና ቅዱስ ዬዋሃንስ ኣፍወርቂ እና ናይ ቅዱሳ በርከት እና ተረዳእነት ኣይፍለየና ከብ መከራ ነፍስ እና ከብ መከራ ስጋ ይስውረና ፍትዋት ኣቦታት፣ያሓት እግዚአብሔር ፀግኡ ያብዛሓልኹም ንሃገርና ስላም ንምስክኑ ህዝብና ካዓ ፍቅርይ እና ሓድነት ይሃበና ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏
@saaa-ht5vs
@saaa-ht5vs Жыл бұрын
Nay kuds yhens aefewerke bereket aeyfeleyena btsoletka hsebena amen amen amen
@goytomhabtom1208
@goytomhabtom1208 10 ай бұрын
Amen Amen Amen qale hiwet yesmalna berektu ney qdus abona yohans aferqi xegun berktun yhderena Amen
@filifili208
@filifili208 3 жыл бұрын
እግዜኣቤሄር ኣምላክ ጸጉኡ የብዛሓልኩም ኣሓተይ ጾሎት ቁዱሳን መላእክቲ ኣይፈለየና።አመን(3)
@user-lo8lg5jd1f
@user-lo8lg5jd1f 3 жыл бұрын
ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ብሓቂ
@user-dh7ec7cs2w
@user-dh7ec7cs2w 3 жыл бұрын
ኣንታ ንሕናስ ንመን ነገልግል ኣለና ኣቱም ሰባት ደቂ ዛ ቅድሲ ተዋህዶና ንሂወትና እሞ ንርኣያ ብነብሰይ ግዲ ይርእዮ ሃልየስ ንብዓት ሲዕርኒ ለካ ንኣምላኽ ምግልጋልሲ ንኣምላኽ ምምሳል ኢዩ ። እዋይ ነብሰይ ኣበየናይ ጎደና ኣለኺ ? ሎሞ ድኣ ንመን መሲልና ኣለና ማለት ኢዩ ? ነቶም ስብከት ቅዱስ የውሃንስ ናብ ቤተክርስትያን ጸዊዕዎም ዝመላለሱ ኣቦታትን መምሃራንን ህዝበ ክርድትያንን ንስጉግ ተረፍ ንግስቲ ኣውዳክስያ ወይስ ከምዚ ቅዱስ ኣቦ ኣብ ክንዲ ህዝቢ ሂወትና ንሕልፍ ፡ ወይስ ከም ተፍሎስን ምስ ነገስታትን ኮይና ፓትርያርክን ደቆምን ንገፍዕ ናይ መን ኢና? ነብስና እንፍትሸላ ወቕታ ሓልያ ዝተዘርግሐት ብልጽቲ ፊልም ። እቶም ነዚኣ ዝገበርኩም ኣቦታት መምሃራን ቤትምርቲ ሰንበትን ንባዕልኹም ተማሂርኩም ናባና ምባልኩም በረኸት እዚ ቅዱስ ኣቦ ወትሩ ኣብዝርያኹም ይኹን ። ንብዓል ከምዚ ከማይ ክኣ ንንስሓ ሂወትን ትርጉም ክርስትያናዊ ተዋህዶ ብግብሪ ክንነበረሉ ይግበረልና።
@user-in8qi1qf5f
@user-in8qi1qf5f 3 жыл бұрын
Amen amen amen zyaday
@semhargerikiel1288
@semhargerikiel1288 3 жыл бұрын
Amen nay bahki libka titnkfi, eza mezmur gina dele sinay yuhwati pelace delya
@raelandeberhan2337
@raelandeberhan2337 3 жыл бұрын
Haug u7ühvüü
@raelandeberhan2337
@raelandeberhan2337 3 жыл бұрын
Ü7ch
@raelandeberhan2337
@raelandeberhan2337 3 жыл бұрын
H
@nasnetgirmasion4221
@nasnetgirmasion4221 3 жыл бұрын
ቃለ ሂወት ይሰማዓልና ናይ ኣጎልጉሎት ዘመንኩም ይባርከልኩም ኣምላከ ቅዱሳ ኣቦታትና
@kidanetekle4757
@kidanetekle4757 3 жыл бұрын
Amen amen amen Qal Hiwet yesmealna Egziabihier amlak bereket kdus Yowhans afwerk ms kulna hzbe krstyan ykun. Egziabihier amlak tsegeu yebzhalkum
@user-iy7li1bv9e
@user-iy7li1bv9e 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ቃል ይሰመዐና በረከቶም ፆሎቶምን ኣይፈለየና ንሃገርና ካቡዙ ቁልውላው ዓለም ሰላም የውረደልና
@user-cg7is4sl6r
@user-cg7is4sl6r 11 ай бұрын
ቅዱስ ዮሐንስ ኣፈወሪቃ ብጣዕሚ እየ ዝፈትው ትምህርት ዝፅሓፎ መፅሓፍ ኩሉ ደስ እዩ ዝብለኒ ፀሎት በረከት ናይ ቅዱስ ዮሐንስ ኣፈወሪቃ ኣይፈለየና🙏💗
@beletse3
@beletse3 3 жыл бұрын
ከምዚ ዓይነት ፊልምታት ክወርደልና እንተ ጀሚሩሲ ካብ እንዳ ዙማም ዶ ገርየ እሙን ምዓስ ክመጻ እየን ኢልና ኣይምተጸበናን
@user-hv3ox9fy3r
@user-hv3ox9fy3r 3 жыл бұрын
Nay bhaki
@trhas2012gmail
@trhas2012gmail 3 жыл бұрын
🤣🤣🤣🤣🤣Sorry sihike. Gin like aloka schkorina
@azebweldu1949
@azebweldu1949 3 жыл бұрын
ሓቅኻ ብጣዕሚ ኣገድሲ ኢዩ ክብሪ ይሃብኩም ዘውረደክምልና
@user-in8qi1qf5f
@user-in8qi1qf5f 3 жыл бұрын
bhaki zyaday
@user-ue2jd9qz9z
@user-ue2jd9qz9z 3 жыл бұрын
ኣሜን! ክብርን ምስጋናን ነቲ ኩሉ ዝኽእል እግዚኣብሄር ኣምላኽና ይኹን! ጎይታ ጸግኡን በረኸቱን የብዝሓልኩም። በረኸት ናይ ኣቡነ የውሃንስ ኣፈወርቂ ምስ ኩላትና ይኹን።
@user-of1gy2iz9w
@user-of1gy2iz9w 3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን በረኸት ናይ ቁዱስ የውሃንስ ኣፈወርቅ ምስ ኩላትና ይኹን
@AliAli-vo8ez
@AliAli-vo8ez 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የሰመዐና
@user-lf4nh7uq4b
@user-lf4nh7uq4b 3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ብሓቂ እግዚኣብሔር ኣምላክ ጸጋ ኣብ ርእሲ ጸጋ ይዓድልኩም መሃርን ናብ ንስሓን ዝመልስ መንፈሳዊ ፊልም እዩ ክብራት ማሕበር ኣቡነ ተክለሃይማኖት ንህዝቢ ብከምዚ ዝኣመሰለ ምጉስጎስን ምዕባይን ጽቡቅ እዩ ካብዚ ንላዕሊ ነቲ ተሪፉ ዘሎ ብምቱርጎም ተካፈልቲ በረከትኩም ብምኮን ንመሃረሉ መታን ኪከውን ጥበቡ ይዓድልኩም በረከት ጸሎት ናይ ቅዱስ ኣቦና ዮውሃንስ ኣፎርቅ ምሳኩም ይኩን ኣብ ቀጻሊ ካልእ ክንጽበ ኢና ክብርን ምስጋና ነቲ ሰማይን መሪትን ንዓና ፍጡራቱ ዝፈጠረ ህያውን ዘልኣለማውን ጎይታናን መድሃኔናን ኢየሱስ ክርስቶስ ይኩን ቅድስተ ቅዱሳን ድንግል ማርያም በማላድነታ ትደግፍኩም ።
@Slasie
@Slasie 3 жыл бұрын
Amien Amien Amien Qale hiwet yesmalna Egziabhier Amlak Nay agelgulot zebenkum ybarkelkumn yqedselkumn kburat deqi Eme brhan Dngl maryam. Rhus bal qdus yewhans & Rhus bal hadush Ametn ygberelna Amlak. Mhegosina Amet ygberelna Amlak. ❤🙏🏽🙏🏽🙏🏽
@semeretesfay6187
@semeretesfay6187 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen qlhwet yesemalna egzabhr amlk xegu yebzhlkum bhanqweta kenxebykum ena
@fevenshumay3537
@fevenshumay3537 3 жыл бұрын
Amen qal hiwet yesmalna fquratey xegu ybzhalkum egzabiher amlak hiwetna nqyrelu film ygberelna 🙏🏾🙏🏼⛪💒
@salamhathubi1685
@salamhathubi1685 2 жыл бұрын
እግዚአብሔር ብመንግደኻ ምርሕና እሜን እሜን እሜን
@dhrhrhr1h62
@dhrhrhr1h62 3 жыл бұрын
አባ ቅዱስ ይዉሃንስ በረከቱን ረዲአቱን አይፈለየና
@delina9715
@delina9715 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና ቃለ ሰናይ ጸጉኡ የብዝሓልኩም ናይ ባሓቂ ጥዕምቲ መንፈሳዊ ድራማ
@simonkifleyesus3929
@simonkifleyesus3929 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስማዓልና ቅዱስ እግዚኣብሔር ኣምላክና ፡ ስለ ኩሉ ሰናይ ውዕለታቱ ዝከበረን ዝተመስገነን ይኩን ፡ ጸሎት በረከት ጸጋ ናይ ኣቦና ቅዱስ ዮሃንስ ኣፈወርቅ ምስ ኩሉና ይኩን ፡ ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ የብዛሓልኩም ።
1,000 Diamonds! (Funny Minecraft Animation) #shorts #cartoon
00:31
toonz CRAFT
Рет қаралды 40 МЛН
Inside Out 2: Who is the strongest? Joy vs Envy vs Anger #shorts #animation
00:22
Stay on your way 🛤️✨
00:34
A4
Рет қаралды 26 МЛН
3ይ ክፋል ታሪክ ኣባ መቃርስ(aba mekars)
25:46
Fqri maryam app(ፍቅሪ ማርያም ኣፕ)
Рет қаралды 405
የጌታ ወዳጅ አባ ቢሾይ / Aba Bishoy
1:35:44
የቅዱሳን ታሪክ / Yekidusan Tarik
Рет қаралды 645 М.
ቊ.5 "መልሲ ንሕቶታትኩም" ቃለ ምልልስ ምስ ኣባ ኪሮስ
1:06:40
TewahdoTV Eritrean Orthodox Church
Рет қаралды 37 М.
ናይ ድቃስ ጸሎት
29:51
Eritrean Orthodox Tewahdo ቤት ፍቕሪ እግዚኣብሄር
Рет қаралды 701 М.
1,000 Diamonds! (Funny Minecraft Animation) #shorts #cartoon
00:31
toonz CRAFT
Рет қаралды 40 МЛН