ደቀ ብሕኒት ብ ኣወል ስዒድ 3ይ ክፋል 2024

  Рет қаралды 166,267

Hidmona

Hidmona

5 ай бұрын

Пікірлер: 2 400
@eritreaasmerom860
@eritreaasmerom860 5 ай бұрын
መርሐባ አንበሳ አወል ሐወይ ብጣሚ ጺብቅ አገላልጻ ኩሉ ጊዜ ቃላት የብለይን ክገልጾ ናትካ መንፈዓትካ አገላልጻካ 💯👍🏼❤️🇪🇷👍🏼💯❤️🇪🇷💯 አነ ዚብለካ እንቋዒ ናትና ናተይ ሐወይ ኤርትራዊ ኮንካ ዒድመን ጥዒና የሃብካ አወሊና አምላክ ይባርከልካ ☀️🥇🎖️👍🏼💯🇪🇷🙏🏽❤️
@ksanet14ever69
@ksanet14ever69 5 ай бұрын
ኣብ ሚልዮናት ልቢ ህዝቡ ፈንጢሱ ዝኣተወ ጅግና ዋርሳይ ኣወሊኖ ሰንጥቕ 🇪🇷
@futuwihasen2667
@futuwihasen2667 5 ай бұрын
ኩሉ መልእኽትኻ መሬት ዘይወድቕ ነቲ ሙሁር ኢየ ዝብል ዝምህር ታሪኽ ኢኻ አመሐላሊፍካ ነዚ ሐቂ ምግላጽካ ብዙሐት ከብዶም ዝቕረጹ አይሰአኑን ኢዮም ግን ብሕማቕ ተግባራቶም ግን ደኒኖም ክነብሩ ኢዮም thank you አወሊኑ
@bereketkibrom9716
@bereketkibrom9716 5 ай бұрын
ሕጂ ሕርሕራይ ጌርካ ደሲቕካዮም ነዞም በለዕቲ ውዳቕ ኣወል። በርትዕ። We are proud of you.
@aziebberhane563
@aziebberhane563 5 ай бұрын
ቃላት ስኢነልካ እወል ሓወይ ኣታ ጅግና። እዝኖም ኣደጉፍካ ኣስሚዕካዮም ነዞም ዕሱባት ክከፋፍሉና ከይደቀሱ ዝሓድሩ ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@user-ou1wc9xj8p
@user-ou1wc9xj8p 5 ай бұрын
ረቢ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣወለይ ጀግና❤❤❤
@meradedeart9949
@meradedeart9949 5 ай бұрын
ዝነበርናዮ የኣክል ሎምስ ናብ ልብና ተመሊስና ኣለና። ተቃዋማይ ደጋፋይ ኢልና ንቀያየመሉ ኣብነት የለን። 2024 ሰላም ንኩልኩም ኤርትራውያን ኣሕዋት
@godislove7204
@godislove7204 5 ай бұрын
❤🇪🇷⛪️🇪🇷🕌🇪🇷🥳🥳🥳❤️❤️👏🏾👏🏾👏🏾
@World436
@World436 5 ай бұрын
@@godislove7204ms kustumo Helen meleska Tfae Tufua Denbiya
@user-ez7gh6il5l
@user-ez7gh6il5l 5 ай бұрын
ታሪክ ክፍልጥ ዝደሊ ይንብብ እውል ጀግና ኣርባዕተ ንጥቢ ገይርካሎም ። thank you
@adiamyonas-zp3qp
@adiamyonas-zp3qp 5 ай бұрын
3 ክፋላት ሰሚዐ ኣዝየ ብዙሕ ታሪክ ውን ተማሂረ የቀንየለይ ኣወል ሓወይ🎉❤
@abeltsegay875
@abeltsegay875 5 ай бұрын
ኣይይይ ኣቦ ዶ የብልክን እዩ ኣወል ዝምህረኪ 😂 ኣቕሪበ እየ
@Sam-to7yd
@Sam-to7yd 5 ай бұрын
Awel ስሚ ከዳዓት ታርኽና ጽቡቅ ገርካ ገልጽካዮ
@isugirmay
@isugirmay 5 ай бұрын
ኣለና ደቅ ኣከለጉዛይ ጀግና ወድ ሲዒድ
@godislove7204
@godislove7204 5 ай бұрын
"Rooted in the rich soil of Eritrea, I stand tall with the strength of my heritage, the resilience of my people, and the unwavering pride that echoes, 'I am Eritrean - that's it.'"🇪🇷⛪️🇪🇷🕌🇪🇷
@freweynizeray6479
@freweynizeray6479 5 ай бұрын
ኣወል ጅግና እዝኖም ደጊፍካ ተስምዕም ኣለኻ ኣበይ ሞ ይርድኦም እዚኦም ኣወል ኣንበሳ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ❤❤❤❤❤
@selam8217
@selam8217 5 ай бұрын
እሰይ እሰይ እሰይ ተመሰገን አምላኽ ምስና ኢዩ የቀንየልና ታሪኸና ባዕልና ንክልዖ ዝሐወይ ፀንዓት ሕጃዉን ንቅሐትን ምስትዉዓል ብሐድነትና 🇪🇷💯🇪🇷💯🇪🇷❤️💯🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷
@BELLA_BELLA1111
@BELLA_BELLA1111 5 ай бұрын
Bravo Keep going 💪🏽🙌🏾👏🏾 ሓደ ህዝቢ ሓደ ልቢ ❤ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@ehabhaile467
@ehabhaile467 5 ай бұрын
ክብርን ሞጎስን ንሰብ መትከል :: ⭐️ ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታትና :: 🕯️ ወትሩ ዓወት ን'ሓፋሽ ‼️ 🇪🇷✊️🇪🇷
@user-sf8gs2nv9v
@user-sf8gs2nv9v 5 ай бұрын
ንሕና ዞባ ደቡብ ኤርትራዊ እንበር ንሓመዱ ዝብሃል ታርኽ የለን ደቂ ሃዘሞ ጸዓዳ ኣብ ድፋዓ ኮይኑ ስለ ሃገር ዝስውኣ ኣንበር❤🎉🎉🎉🎉ታንክስ ኣወል🎉
@kifludagnewofficial
@kifludagnewofficial 5 ай бұрын
ብሓቂ ኣእሙሮኻ ይባረኽ ኣወለይ ጅግና፡ ኣምላኽ ሃገርና ኤርትራ ይባርኸልና !!!!!
@nohnoh5563
@nohnoh5563 5 ай бұрын
Amlak yhagezka
@habsha52
@habsha52 5 ай бұрын
Awelino you are just like gold expensive diamond to Eritrea 🇪🇷 thanks so much neberelena ❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@herculeseri9141
@herculeseri9141 5 ай бұрын
ኣንበሳ ኣወል ጂግና የቀንየልና ፡ ንዓመታት ዝመሃዝዎ ተንኮል ብሓንቲ ናይ ፍርቂ ሰዓት ቪድዮ ሃዶሽዶሽ ኣቢልካዮ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤❤❤
@ramadansalih1618
@ramadansalih1618 5 ай бұрын
ኣወል ጅግና ኩሉ ግዜ ስራሓ ካብ ጉይምዓል ክሳድ ምሓዝ ቀጽሎ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ርሑስ ሓድሽ ዓመት ይግበረልና ኤሪትሪን🎉🎉🎉
@user-lt9yp1zi8e
@user-lt9yp1zi8e 5 ай бұрын
ኣወለዲን ጽቡቅ ስራሕ ደስ ኢሉኒ፡ትግርኛ ስለ ንዛረብ ባህልና ተመሳሳሊ ስለ ዝኮነ ተጋሩ ዝመስሎም ኣለዉ ፡ስለዚ ንስርዓት ምቅዋምን መንነትካ ምሻጥን ሓደ ዝመስሎም ኣለዉ ሞ ፍሉሉዩ ንገሮም ኢካ
@saidabdella8036
@saidabdella8036 5 ай бұрын
ኣወልኖ ኣዝማሪኖ... ትርጉም ኣዝማሪኖ እዚ ኢዩ... ኣብ ሞያኻ ብሉጽ ፍልምታት..ኣብ ግዜ ዝጠልቦ ብሉጽ ስራሕ...🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍🏾👍🏾👍🏾
@user-im9tt9pm4m
@user-im9tt9pm4m 5 ай бұрын
ታሪክ ኣቦታቶም ኣይፈትውን እዮም ኣክላባት ወያነ ብርጌድ ንሓማቶም ዓጋመጉዛይ እዮም እዚኦም ኣወሊኖ ነቶም ጹርያት ኣኮለጉዛይ ግን ትግበኦም እያ ❤ እዚ ታሪክ
@user-px3kl6kf2j
@user-px3kl6kf2j 5 ай бұрын
🎉🎉🎉❤❤ሰይ ሰይ ዕድመን ጥዕና ኣወል ጽረ ከዳዓት በለን ድኣ እዘን ደይ ዓደን ዘፍትወለን ወኻሩ።
@Meronmussa
@Meronmussa 5 ай бұрын
ወትሩ ሃገረይ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤🇪🇷forever
@habeshaboss
@habeshaboss 5 ай бұрын
*Iam from Adi Keyh Akele Guzay. Wedi Akele And Proud Eritrean ! Much Love for all Eritrean And Tigrayan too 🇪🇷*
@habeshaboss
@habeshaboss 5 ай бұрын
@@trovelense15 *Bro i dont Care i Just Want Peace. Its time for Peace Between Eritrea and Tigray*
@micaelsolomon4076
@micaelsolomon4076 5 ай бұрын
ወያነ ዘይነበረ ታሪክ ኽትፍትርኽ ግዜ ዝጠለማ እት ታሪክ ሕጅ ይስምዕዎ። አወል ስዒድ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።
@awetbravo7127
@awetbravo7127 5 ай бұрын
ኣጆኻ ኣለና ደቂ ኣከለ ወዲ ኣከለ ዚደቀሰ ኣንበሳ ሙዃኑ ኣይተሰቆሮሙን ዘሎ ሰብርርርርርር ወዲ ሪመይ🇪🇷💙🇪🇷💙🇪🇷💙
@naherdawit1701
@naherdawit1701 5 ай бұрын
ባዓል ኣድጊ ንሓመዱ ድኣ እዚ ቋንቋ ይፈልጥዎ ድዮም
@A.H.D908
@A.H.D908 5 ай бұрын
ደቂ ኣከለ'ጉዛይ ዝኾንኩም ኣብዚኣ እስከ like ግበሩ, ተካል ስርዓት ሽንቲ ገርኩሞ !!
@yirgalemhadish2971
@yirgalemhadish2971 5 ай бұрын
Yegerme eyu
@robeltewelde1199
@robeltewelde1199 4 ай бұрын
ብሕዝቢ ኣከለ ጉዛይ ኣይትሽቅጥ ውክልና ዝሓበካ የለን ክትዛረብ ብህዝቢ ኣከለጉዛይ ።ህዝቢ ኣከለጉዛይ ፈታው ሃገሩ ጭዋ ሕዝቢ እዩ። ከምበዓል ንስካትኩም ብፋፋ ዲ ኤምከይ ኣብ መዓስከር ትግራይ ዝበላዕኩምን ብመዓኮራ ተጋሩ ንሕና ትግራወት ኢና ቲዲ ኤፍ ትብሉ ኣቱም ኣድጊ ንሃመዱ። ክንደይ ግፍዒ ብወያነ ኣብ ህዝብኩም ቅትለት ዓመጽ ስርቂ ዝወረዶ ህዝቢስ ረሲዕኩም። ባሮት በየነ ሊስትሮ ዓዲ ቀይሕ ዓጋመ ጉዛይ ኢኩም
@AduEidu
@AduEidu 5 ай бұрын
እዞም ሕማቅ ዝጽሕፉ ተጋሩ እዮም ደቂ ኣከለ ኣለና ❤❤❤❤
@mamababa9634
@mamababa9634 5 ай бұрын
Eski nawel like habley adnekti awel abey alekum eritrea to eritrawyam 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@user-vk7ey9xi4r
@user-vk7ey9xi4r 5 ай бұрын
ኣወል ስዒድ ነዞም ታሪኽና ዘበላሽዉ ዉልቀ ሰባት ሕርሕራይ ገርካ ኣስማዓዮም ድገሞም ሰልሶም ብእትቅርቦ ዘለኻ ታሪኽ ተወኪስካ ዕጉብ ኢየ ቀጽሎ አሪትራ ንዘላለም ትንበር ዓወት ንሓፋሽ
@awaken1701
@awaken1701 5 ай бұрын
ንዓኻ ዝወለደት ማህጸን ትባረኽ❤❤ ኣወል ሓወይ ዘርእኻ ይባረኽ:: ፍረ ተፋረ🙏🙏
@merhawikibrom5167
@merhawikibrom5167 5 ай бұрын
Hamedka ede😂
@HHy-hz1du
@HHy-hz1du 5 ай бұрын
😅😅😅😅
@70wit
@70wit 5 ай бұрын
😂😂😂
@awaken1701
@awaken1701 5 ай бұрын
@@merhawikibrom5167 ትሕሾ ማለሊት
@nbegesnlimat5764
@nbegesnlimat5764 5 ай бұрын
ጅግና ወዲ እረይ፡ብትካቦ ሃገሩ ከዲዑ ምስ ዝክድም፡ወይልኡ፡ሕጂ ቅድምን ንሃሱሳት ምጽፋፍ እዩ፡፡ሃሱሳት ኣብ ስደት ክይነን ንመን እየን ከታልላ፡ረሳሓት ሓንጎል።ንሻዕብያ ዝጸልእ ከይዱ ይግጠሞ፡ፈትፊቱ ክጉሕፎ፡ሻዕብያ ንዘላለም ሻዕብያ፡ዓወት ነቲ ጅግና ኤርትራዊ፡ኤርትራ ኣደና ንዘልኣለም ትክበር❤❤❤
@user-xh8iu4wy5d
@user-xh8iu4wy5d 5 ай бұрын
Ane kidmi hiji berghed nihamedu ye nere kabza hiji seat ab mengo hizbeyin hagheryin aleku 🇪🇷 awet nihafsh. Bi zehalefe kea yikreta yihatit 🙏
@user-es9bp1jv2o
@user-es9bp1jv2o 5 ай бұрын
ኪድ ሽንቲ ኣጸቢቅለይ ኢልካ ዲካ ይቅሬታ ትብል ድሁል
@Kebiiiii
@Kebiiiii 5 ай бұрын
ተቃዋማይ ሙኻን ጽባቐ ናይ ሓንቲ ሃገር bro ኤርትራዊ ኮንካ ጥራሕ ምቁዋምካ ቀጽል❤
@user-ik5mi2dp4z
@user-ik5mi2dp4z 5 ай бұрын
🇪🇷🙏🇪🇷🥰🥰🥰
@kudasambaye731
@kudasambaye731 5 ай бұрын
ከምዚ ዓይነት ስራሕ እዩ ን ህዝቢ ኤርትራ ከሕብሮ ዝኽእል Thank you Awelino 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@mengeshahaile9466
@mengeshahaile9466 5 ай бұрын
Brigade nhamedu best Hgdef the worst Isais is a killer Tigrat has done nothing
@kudasambaye731
@kudasambaye731 5 ай бұрын
@@mengeshahaile9466 go to your country this is only for eritrean’s help your people If you can they need help
@genetgenet669
@genetgenet669 5 ай бұрын
"One Love One Eritrea" 🇪🇷❤️🇪🇷 Thank you ወዲ ሐቦቦይ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@tseggayohannes7804
@tseggayohannes7804 5 ай бұрын
Awelina jegna wedi Erey. Thankyou I'm proud to be Eritrean. 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️
@MenIlu
@MenIlu 5 ай бұрын
ኣንበሳ ኣማን ብ ኣማን ሕቡን ኤረትራዊ ሓበን ሃገር ዕድመጥናን ይሃብካ ይብዙሑ
@simdela4785
@simdela4785 5 ай бұрын
እምባሕ በል ወዲ አከለ ታሪኺ'ካ መወቦቆልካ ብርጽር ዝበለ ገሊጽልካ ኣሎ❤🇪🇷♥️
@World436
@World436 5 ай бұрын
Shilet Denbiya natna fulut eyu aletna natkum gberu Deqi Najerya
@nur8790
@nur8790 5 ай бұрын
So touching 😢Thank you hidmona . Thank you Awelino ❤🇪🇷
@selamskitchen9151
@selamskitchen9151 5 ай бұрын
Thank you Aweley our hero . May God bless you! ❤️🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@adakashay6058
@adakashay6058 5 ай бұрын
ዞባ ዶብብ ናይ ጅጋኑ ጅጋኑ ♥️🇪🇷♥️🇪🇷
@yemaneokubazghi1118
@yemaneokubazghi1118 5 ай бұрын
ኩራዓ ወድ ኣከለ እዚ እዩ እቲ ሓቂ ታሪክኳ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@yordanosmehari3470
@yordanosmehari3470 5 ай бұрын
I am Eritrean akoleguzay i don't care from i love and respect from Rasdumera to Rasqesar my beautiful nation.
@MS-dq7yh
@MS-dq7yh 4 ай бұрын
ተዓወቲ!
@Freedom-bk6rt
@Freedom-bk6rt 5 ай бұрын
አንታ መቅሰን 👌👌 አወል ያሆ 💯💯❤️❤️ እንኳዕ ናትና ኾንካ 🇪🇷🇪🇷🐪🐪
@erison6791
@erison6791 5 ай бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ኣወሊና፣ ወዲ ኣኮሎግዛይ ብ ኤርትራውነቱ ኩሩዕ ዜጋ እየ፣ ዝገረመኒ ግን ታሪኽ ሞቦቆል ኣባሓጎታተይ ሰኣን ስንፍናይ ከይፈለጥኩዎ ጸኒሐ፣ ክብሪ ንጀጋኑ ዋልታ ሃገሮም ዝኾኑ ዜጋታት ኤርትራ። ዓወት ንሓፋሽ።
@ml-gh9tp
@ml-gh9tp 5 ай бұрын
ክንዉስከልካ ጀመርቲ ሰዉር ባዓል ኣብርሃም ተወልደ ፡በርሀ ጻዕዳን ክንደይ እሞ ክንብሎም
@mogosdebesh7956
@mogosdebesh7956 5 ай бұрын
ክብረት ይሃበለይ ጅግና ሓወይ።
@senayitbirhane4665
@senayitbirhane4665 5 ай бұрын
King 👑 Eritrea 🇪🇷 አወለይ happy new year 🥳 ብፍላይ አብ ምውሐስ ሃገር ዘለዉ ሰራዊት ኤርትራ ዓመተ ሰላም ራህዋ ክኮነሉ ይምነይ❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷⭐️⭐️⭐️🎉🎉🎉🎉💪🏾💪🏾💪🏾💪🏾🙏👋👋👋
@KokobHadish-yy9rj
@KokobHadish-yy9rj 5 ай бұрын
Woooo ኣወል ሽኮር ከማካ ይብዝሑ ዘይንፈልጦ ዝነበርና ታርክ ኣቦታትና ኣፍለጥካና አካሞ ብጣኣም አና ነመስግነካ ቀጽሎ ኣብ ስራሕካ ከኣ ኣሳልጦ ይምነልካ ቀጽሎ❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@user-yk8od4co8n
@user-yk8od4co8n 5 ай бұрын
ኣወል ጅግና፡ ንበይንኻ 'ኮ ሓደ ምሉእ በጦሎኒ ኢኻ!
@tesfumehari7355
@tesfumehari7355 5 ай бұрын
ኣወል ናይዚ ወልዶ ምጽሃፍ ኢካ ናይ ብሓቂ ነገደ በኣካል ረኺበዮ የቀነልይ አንኮላይ ደቐይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@sarig84
@sarig84 5 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ ሕቡን ኤርትራዊ አወል ሲዒድ ❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@kejuwelel1724
@kejuwelel1724 5 ай бұрын
Awel beqa afey hize armimni zereba sienelka you the best ❤❤❤❤❤❤
@nebelbalentertainment
@nebelbalentertainment 5 ай бұрын
እምባሕ ጥራሕ በል ን ሓድነት እንተ ዘሚርካ ❤🎉
@eriboy62833
@eriboy62833 5 ай бұрын
ኣከለጉዘታይ ትግራዋይ ኮይኑ ኣይፈልጥን ትግራዋይ ውን ኣከለጉዘታይ ኮይኑ ኣይፈልጥን ጎሮባብቲ ኢና ከም ኩሎም ካልኦት ካልኦት ጎረባብትና ህዝብታት ፡ ካልእ ግን ዘራኽብ የብልናን ፡ Thanks ኣወል እቲ ኣብ ባይታ ዘሎ ሓቂ ዝገለጽካዮ ዕሱባት Social Media ለፍሊፎም ዝቅይርዎ ሓቂ የለን ። 🇪🇷❤
@eritreaasmerom860
@eritreaasmerom860 5 ай бұрын
መጸ አንበሳ አወል ሽኮር 🦁🦁🦁🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏽💕🕊️❤️
@salihibrahim2429
@salihibrahim2429 5 ай бұрын
deqi 🇪🇷 🇪🇷 kubur minent 🇪🇷 🇪🇷 nay bihaqi aweley ❤❤❤❤❤supuq sirah ❤ ❤ ❤
@teklitteklit472
@teklitteklit472 5 ай бұрын
ዋው ቤላ ስራሕ ኣወል🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤
@abdurebihassen5527
@abdurebihassen5527 5 ай бұрын
ጅግና ወዲ ሪመይ
@ethioeritreaupandup1074
@ethioeritreaupandup1074 5 ай бұрын
አወል ሰኢድ ድምጺ ሓሙሽተ ሚሊዮን 🇪🇷ዊያን 🌴🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌴
@asterpawlos2230
@asterpawlos2230 5 ай бұрын
I'm proud too be erirtea good job awel said hero 🇪🇷🇪🇷🌷🌷🇪🇷🇪🇷💪
@yehdegatezfazghi8759
@yehdegatezfazghi8759 5 ай бұрын
Awelino good work keep it up really we learn a lot of Eritrean History 💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️👍🏾
@Bety12
@Bety12 5 ай бұрын
Amazing work Awelino 👏🏼 ✊🏽🇪🇷🇪🇷❤️
@nebelbalentertainment
@nebelbalentertainment 5 ай бұрын
ዝተቀረጸ ይቀረጽ ሕጂ ሎሚ ፍልይቲ ስራሕ ❤🇪🇷❤🎉🎉🎉🎉
@EdenTesfay-uo7ww
@EdenTesfay-uo7ww 5 ай бұрын
ኣወሊኖ ምቅሰነይ ❤❤❤❤ ርሑስ ሓዲሽ ዓመት ይግበረልና🎉🎉🎉
@tesfalemmichael-eg6cy
@tesfalemmichael-eg6cy 5 ай бұрын
ኣወል ጅግና ከማካስ ሽሕ ዳኣ ይፈጠሩ
@tyamche7716
@tyamche7716 5 ай бұрын
Awelino Jigna ❤❤❤you made History..we will tell our kids this Eritrean History ❤❤❤...you save this generation from lair ❤❤❤we always with you...keep it up the great job. ❤❤❤
@kidanegebremichael5476
@kidanegebremichael5476 5 ай бұрын
መርሓባ ኣወሊኖ ስሚ ጎረባብትና 🎉🎉🎉🎉 ስሚ ምልሻ በርገር ፡ ኣድጊ ንኸብዱ
@Debas97
@Debas97 5 ай бұрын
2024 ዓመትና እያ ትመስል 💙😂
@yoditarefaine8435
@yoditarefaine8435 5 ай бұрын
You’re a phenomenal artist. Thanks a millions.
@Eeilove21
@Eeilove21 5 ай бұрын
ከምዚ ዓይነት ታሪኽ ከሎ ዘይምዝራብኩም ኤርትራዊ መንእሰይ ብጣዕሚ ተወጺዑ እዩ። ብእልፊ ከድዓት ሓንጎሉ ተጠዋውዩ እዩ። ናብርኡ ከመሓይሽ ዝመጸ ኣብዘይፈልጦ ፖለቲካ የእትዮም ዕላማ ሰድት መምጽኢኡ ኣረስዔሞ እዩም። በጣዕሚ ጽቡቅ መደብ እዩ ናይ ኩሉን ኣውርጃታት ኤርትራ ከምዚ ገይርካ እንተትምህረና ኩሉ ኤርትራዊ ደቂ ሓንቲ ስድራ ምዃኑ ኣብ ስደት መተሓቋቀፈና ነዞም ከድዓት ክኣ ሕፍረት ምተሰምዖም። ናይ ብሓቂ ኣወሊኖ መግለጺ ስኢነልካ ። ብከምዚ ዓይነት ታሪኽ ክትምለሰና ክኣ ተስፋ ይገብር።
@xaka5505
@xaka5505 5 ай бұрын
እዚ እራይ ታሪኽ ኣቦታትና ክነግረና 😂። እንቢ ንሩካን ሻዕቢያዊ ፍልስፍና ኣከለ ኣርማ ሓቂ ሻዕቢያን ሻዕቢያዊ ፍልስፍናን ተቃራሪጾም ይጉሓፉ ንሕና እዚ ወሎዶ ይመርሕ ። ታኣለዩ ሩካን ፍልስፍናኩም ንዓኩም ። ሻዕቢያ ጥፍኣታ እንክቅልጥፍ ብኣፍ እራይ ባርያ ኣወል ሲዒድ ትልፍልፍ። ትወድቁ፡ ትእለዩ ፡ ቱጉሓፉ። ኣከለና በኣካ ረሳሕ መልሓስ ክትልዓል ናይ ሓጥያት ሓትያት ኢዩ። ለፍልፍ ግን።
@Eeilove21
@Eeilove21 5 ай бұрын
@@xaka5505 ድሓን ሕጂ ስራሕ ሒዘ ኣለኹ ካልእ ግዜ ከረኻኽበልካ እየ 👈 ቃላ ክቡር ብረስደንት ኢሰያስ ኣፍወርቂ። ክመቲ ዝተጻረፍካዮ ምጸረፍኩኻ ነይረ ግን ኣብ ናትካ ደረጃ ክወርድ ኣይደልን እየ።
@ml-gh9tp
@ml-gh9tp 5 ай бұрын
@@xaka5505 ፍቶ ጽላእ እዚ እዩ ታሪካና ደቂ ኣከለ ኣወል ዘይኮነ ነጊርና ታሪክና ክኣ ባዓል በርሀ ጻዕዳ እዮም ሂወቶም ከፊሎም ነጊሮሙና
@Pablo-nl1bg
@Pablo-nl1bg 5 ай бұрын
ኣወል ጅግና ኣምበሳ። ጽቡቅ ኣስተምህሮ እዩ ፡እምበር እኳ ኣበይ ከይበጽሑ ሰን ሕሱር ኣእምሮ፡ ❤❤❤❤
@GodBlessAllAfrican
@GodBlessAllAfrican 5 ай бұрын
❤❤❤❤❤ኣወል ጅግና መልሲ ናይ ኤርትራውያን ሓቀኛን ተሪርን ዘረባ ኢዩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@KbreKdusan-un3rl
@KbreKdusan-un3rl 5 ай бұрын
ሰላም ኣወል ሰላም ዕድመን ጥዕናን ነዓካ ነቶም ኣብ ብርኮም ዘተንፍሱ መንእሰያት ኤርትራን❤❤❤
@doitnowstudio7867
@doitnowstudio7867 5 ай бұрын
ታሪኽ ትክክል ኣሎ ሰብ ተጸላእካዮ ሓቂ ግን ሓቂ ዩ
@hager_seb_alewa
@hager_seb_alewa 5 ай бұрын
አወል ሐደ ክንድሽሕ:ብዘይ ዕንቅፍ ድርግፍ:የእዛኖም ናባካ ከም ዘቅንዓ ብዝገብር ረምታ ድምጺ:ጽቡቅ ጌርካ ገሪፍካዩም አለካ:ዘአመነት አሚና አላ:እታ ዘይአመነት ዝበለዓቶ ሐራክም ክቀርጻ ጀሚሩሎ:መልሲ ክህብሉ ዘክእል ፍልጠት ታሪክ ስለ ዘይብሎም ከአ ርእሳ አድኒና አላሞ:ክበር ወድሐወቦይ ጅግና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@fetsumyehdego1899
@fetsumyehdego1899 5 ай бұрын
Eritrea needs like awel, nkdmit deqi rimey. 🇪🇷❤ 🇪🇷❤ 🇪🇷 ❤🇪🇷 ❤ 🇪🇷
@andomenbaye2910
@andomenbaye2910 5 ай бұрын
ኣወልይ ኣታ ጂግና ጂግና ወድ ጀጋኑ
@nakfasahlsawa7057
@nakfasahlsawa7057 5 ай бұрын
መጸ መጸ ኣወል በዓል ስረ ሕጂዶ ይሓይሽ ደምበርበረ መእተውኺን ኣናድያ ደቂ ሽረ
@regatyeman4031
@regatyeman4031 5 ай бұрын
መርሓባ ኣወል ሲዒድ ወዲ ኤረይ ጽቡቕ ሓድሽ ዓመት እግበረልና ንምሉእ ኤረትራውነት ❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🦁🐅🐆🦁🐅🐆🦁🇪🇷💒⛪️💒🙏🙏🙏💝🌞
@omerstar8501
@omerstar8501 5 ай бұрын
Awelllĺ my best thanks ❤💪💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@ehabhaile467
@ehabhaile467 5 ай бұрын
ክብርን ምስጋናን ኣወል ዋርሳይ ክሳብ ድስቆሮም እቲ ሓቂ ዳሕድሓሎም 🇪🇷❤️🇪🇷
@dawitmekonen323
@dawitmekonen323 5 ай бұрын
Like eski welcome awel tiblu deki erey 🇪🇷🇪🇷 Happy new year diki erey i love you all welcome awolino 🇪🇷🇪🇷❤❤Abi ahmed echa weyne ab haxir gize kirekiba eu Welcome deer bro 🇪🇷🦁❤deki erey like sher We never give up We know Racist worlds attacks my country We are Eritreans We are peaceful people We are united people. We are heroes people. We will protect our people and our country, including our Red Seaесе🇪🇷🦁⛪️🙏🕌❤️♥️
@BerihuNegashMehari
@BerihuNegashMehari 5 ай бұрын
የቐኒየልና ኣወለይ ናትና ጅግና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ❤❤
@Pablo-nl1bg
@Pablo-nl1bg 5 ай бұрын
ኣምበሳ ሓደ ክንዲ ሽሕ፡ ናይ ጅግና ኣቦና ጎሚዳ ከኣ ኣምጸልና፡ ቀዳማይ ጥልመት ትግራዋይ ሽዑ እዩ ጀሚሩ፡
@wediesu512
@wediesu512 5 ай бұрын
ገባ ጽቡቅ ገርካ ክትቀርብ ኢካ ታሪክና ጽቡቅ ግርና ስለ ንፈልጥ ኢና ካ እንቢ ኣይንግዛእን ንብለኩም ዘለና
@nur8790
@nur8790 5 ай бұрын
Men eu kigezeaka eluka? Akologuzay adi jeganu moter Eritrea 🇪🇷
@lolamigos2381
@lolamigos2381 5 ай бұрын
ኣበይ ኮይንካ ማለት ዩ ሃዳሚሚሚ😂😂😂😂
@redaiyohannes438
@redaiyohannes438 5 ай бұрын
Mesdemem zkone gtmi , awel ambessa belom ngerom beti kem hawi zeqaxil dmxika . Awet nhafash🇪🇷💪🇪🇷💪
@Habu-wedi-Erey
@Habu-wedi-Erey 5 ай бұрын
ወዲ ኤረይ ጅግና ኣጆካ በርትዕ ❤❤❤
@Pablo-nl1bg
@Pablo-nl1bg 5 ай бұрын
ትግራዋይ እየ ዝበለ ይኪድ ፡ ናዕና ውን ሓገዝ እዩ። እዚ ማለት ንዓድን ዓሌትን ኣይውክልን እዩ። ደንቆሮ ዝብልዎ ዝደግም እንተኸይድልና ዕረፍቲ እዩ።
@DejenKidane-yd3by
@DejenKidane-yd3by 5 ай бұрын
ኣኽራን ዓደይ ሩባ በለሳ ዶ በልካ ታሪኽ ጽብቅ ገይርካ ኽንግረካ ኢየ ኣዊል ኣኽራን ብሰንኪ ናይ ኩናት መውራይ ዓልባ ፊሎሖ ማይ ጨና ዝተፈነቐልና ህዝቢ ውጻዓት ህዝቢ 12ኣኽራን ኢና😢 ግን ኣስትውዕል ኣይንርስዕን ኢና ትማሊ ቃማላት ዓገመ ኢልኩም ትጸርፊናን ተገፊዕናን ነይርኩም ሕጂ ከኣ ዓዲ ጀጋኒ ሩባ በለሳ 12ኣኽራን ዓደይ ብኩናት ዝተሃሰይት ብስደት 12 ኣኽራን ዓደይ😢።💪💪👍
@user-dp6vj9qw8y
@user-dp6vj9qw8y 5 ай бұрын
ዋው ንገሮም አወለይ ነዛ ካብ ፍልጠት ነጻ ዘላ ባሀብም ልቢ እንተገበረት
@henokzion800
@henokzion800 5 ай бұрын
Awlo awlo we love u awel seid i am akele i am seraye i am hamasen i am blen kunama tigre saho nara i am Eritrean!!!
@favfor4455
@favfor4455 5 ай бұрын
ኣወሊኖ ግርማ ሃገር 💪❤️🇪🇷
@danepireteab
@danepireteab 5 ай бұрын
Yess awelio Wellcome Happay New year ⚔️✊🇪🇷🇪🇷📚📜🕌9⛪📜📚🇪🇷🇪🇷✌️⚔️
@berhetesfay8129
@berhetesfay8129 5 ай бұрын
❤❤❤❤❤ ኣወልና ጅግና ክብሪ ሃገር ክብሪ ዓደቡኡ ዘይብሉ መዘና ኣጀካ ቀጽሎ ንሕና ውን ኣብ ጎንካ ለና ኮሪዕካ ኣክሪካና ጽባስተ ጸባ ናይ ሃገርና ዓድና ክንምለስ ክንሃንጽ ሃገርና ሕድሪ ለና ሕድሪ ጀጋኑና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@cityeyob3169
@cityeyob3169 5 ай бұрын
Awel our hero, we love you long life I am proud of you 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🙏🙏🙏
@user-ym1kq5te8r
@user-ym1kq5te8r 5 ай бұрын
❤❤❤❤❤Aweley jgna teawet nskas enqoe wedi 🇪🇷 🇪🇷 konka
@hevenlove2255
@hevenlove2255 5 ай бұрын
Aweley you made it❤. This our real history. love my home land Eritrean akele senafe.
@habeshaboss
@habeshaboss 5 ай бұрын
*Ane Wedi Akele Adi Keyh 🇪🇷*
ዳማ ብ ኣወል ስዒድ / DAMA BY AWEL SAID
1:10:12
Hidmona
Рет қаралды 143 М.
ሽዑ'ኸ  ብ ኣወል ስዒድ PART 2
43:09
Hidmona
Рет қаралды 224 М.
Please be kind🙏
00:34
ISSEI / いっせい
Рет қаралды 61 МЛН
Универ. 13 лет спустя - ВСЕ СЕРИИ ПОДРЯД
9:07:11
Комедии 2023
Рет қаралды 4,5 МЛН
Salina-TV New Eritrean movie- monolog sawa shkor-Anchwa nhameda ሓድስ ቪድዮ ኣንጭዋ ንሓመዳ ብሳዋ ሽኮር
16:48
Salina Entertainment ሳሊና ኢንተርተይመንት
Рет қаралды 49 М.
ብጣዕሚ ተሕዝን | መርዓ ስነጥባዊ ዳንኤል
18:32
ስድራ ሪኣክት
Рет қаралды 2,6 М.
ስርሒት GAME OVER/ኣወል ስዒድ
45:31
Hidmona
Рет қаралды 420 М.
Малыш Борется За Свою Жизнь 😱
0:59
Kino Bear
Рет қаралды 2,7 МЛН
Попил😂инст: sarkison7
0:45
SARKISONCHIK.OFFICIAL
Рет қаралды 7 МЛН
Прыжки через эмодзи челлендж !
0:43
Неприятная Встреча На Мосту - Полярная звезда #shorts
0:59
Полярная звезда - Kuzey Yıldızı
Рет қаралды 1,8 МЛН
Sion princess funny Donut Challenge
0:38
SION /紫音
Рет қаралды 6 МЛН