ደቀይ

  Рет қаралды 23,360

Gedam media- ገዳም ሚድያ

Gedam media- ገዳም ሚድያ

4 күн бұрын

SUBSCRIBE | ብምግባር ዝተፈላለዩ ናይ ቅድስት ቤተ ክርስቲያን አገልግሎት ካብ አክሱም ጽዮን ማርያም ንክበጽሖም ቤተሰብ ይኹኑ።
______________________________________________
Follow this channel @
Facebook = / tsegay.gebreslasie.5686
Whatsapp = chat.whatsapp.com/DjxeEUm5sAb...
Telegram = t.me/tseagy
Telegram = t.me/gedamaxum
Instagram = / gedamtube21
ኣብ መላእ ዓለም አትርከቡ ክቡራት ተከታተልትና ኣክሱም ጽዮን ከምእትናፍቅዋን ከምእትፈትውዋን ስለ ንፈልጥ ካብኣ ድማ ንበረከት ዝከውን ስራሕቲ
💐⛪️ካብ ሊቃውንቲ ወለዲ ትምህርት ወንጌል
💐⛪️መዝሙራት ትግርኛ
💐⛪️ካሎኦት ንዓኩም ዝኮኑ ጠቀምቲ መርሃግብርታት
💐⛪️ ምህላ ፀሎትን ካሎኦት መንፈሳዊ ትረካታትን መንፈሳዊ ተሞኩሮታትን ሒዝናልኩም ክንቀርብ ኢና
share subscribe ብምግባር ተሓባበሩና
#ክቡራት_ተኸታተልትና_መሃሪ_ሓሳብኩምን_ርኢቶኹምን_ኣብ_Comment_ግደፉልና

Пікірлер: 552
@user-mt1kx5kc4o
@user-mt1kx5kc4o 2 күн бұрын
ኣታ ብሩክ ሓወይ መምህር ፀጋይ ብመናእሰይ ኣሲርኩም ንሰሙን ማይፆሎት ተትወስድዎም ምተፈወሲ ብኣማላድነታ ድንግል ኣዴና ማርያም ፈጣሪ ይሓግዝኩም ዋ ፅበል ትሓባበርዎም😪😪🙏
@user-bf4nc4ud5m
@user-bf4nc4ud5m 4 сағат бұрын
እወ አቦሃደራ ዝብሃል መጨሎት አሎ ፅቡቅ😢😢
@hehhggd
@hehhggd 2 күн бұрын
ኦ ኣምላኽ መሓሪ ኩሉ እዛ ገዛ ብዓይኒ ምሕረትካ ጠምታ 🙏🙏🙏
@senaittekle8405
@senaittekle8405 2 күн бұрын
Amen
@BdMs-ci3dp
@BdMs-ci3dp 2 күн бұрын
አሜን😭
@user-nj2dl9gi2d
@user-nj2dl9gi2d 2 күн бұрын
አሜንአሜንአሜን
@Abii891
@Abii891 2 күн бұрын
ኣሜን፫
@GenetAlem-ys4ue
@GenetAlem-ys4ue 2 күн бұрын
Amen
@shewitbahta4494
@shewitbahta4494 Күн бұрын
😭😭💔ብጣዕሚ የሕዝን💔 ክቡር ሓዉ ሓደራኻ ከም ገለ ጌርካ ምስ መሓዙትካ ተሓባቢርካ ነዞም ስድራ ኩሎም ናብ ማይ ጨሎት ውሰዶም ፥ ዓስቢ ካብ ልዑል እግዚኣብሄር ክትረኽቦ ኢኻ ፥ መድሓኒ ዓለም እዛ ገዛ ብምሕረቱ ይመልከታ 🙏
@SenaytSenayt-kg7yr
@SenaytSenayt-kg7yr 2 күн бұрын
ዉይ የከኣልኩይ ኪዳነ ምህረት ኣደይ ሓደራ ታሪኮም ቀይሪ😢😢😢😢
@HgFv-iv9xe
@HgFv-iv9xe Күн бұрын
ኣምላኽ ኣቦይ ካብ ክልተ ጊዜ ምርኣይ ይሰውረና😢😢ይሕዋተይ ድማ ኪዳነምህረት ጽላላ ተብረልኩም😢😢😢
@arsemawtabraha5926
@arsemawtabraha5926 2 күн бұрын
ፀበል እዮ ዘድልዮም ተጠሚቆም ይዶሕኑእዮም አምላክ ምሕረት ያውርደሎም💔☝️☝️🤲🤲🤲🤲
@mekdiyoutube
@mekdiyoutube 2 күн бұрын
ኪዳነ ምህረት ኣደይ ሓደራኺ ብዓይኒ ምሕረትኪ ጠምትዮም 😢😢 ፀጋይ ሓወይ በጃኻ ሰብ ግበረሎም ማንጨሎት ዘሕፅብ 😢ታሪኽ ከም ዝነበረ ክኾኖሎም 😭😭😭 ኣቱም ፈጣሪኹም ረሲዕኩም ብ መተት ሰብ ትኣስሩ ግን ፅባሕ ንጉሆ ኣብታ ሰማይ ዋሕስ ኣይትረኽቡይ ሞ እግዛአብሄር ይፍረድኩም መናእሰይ ኢዶምን እግሮምን ኣሲርኩምዎም እንታይ ትረኽቡ 😭😭🥺
@zem1988
@zem1988 2 күн бұрын
ምሕረት የውርደሎም፣ ኣቤት ሰላም እንተ ዝኾውን ነይሩ ጋብር ደርዓንቶ ወሲድካ ጸበል ምሕጻቦም። 😢
@Abeba-e8x
@Abeba-e8x Күн бұрын
እፍፍፍፍ መድሃኒ ኣለም ምሕረት የውርደሎም 😢😢😢😢 ትዛረቦ ይጠፍአካ 💔እግዚአብሔር ኣብዚሑ ይሃብካ ፀጋይ ሓወይ 💚💚 እምነቶም ካኣ እዞም ወለዲ ምጥንካሮም 💚💚💚 እመብርሃን እምነቶም ሪኣ ሰላምን ምሕረት ተውርደሎም 👏👏👏
@Ygg-fu9kr
@Ygg-fu9kr 2 күн бұрын
ብጣዕሚ ዘሕዝን እዮ እዞም ቆልዑ ብመተት እዮም ተአሲሮም ዘለው እና መምህር ፀጋይ ሓወይ ተሓባቢርኩ ኣሲርኩም ዋላ ፀበል ውሰድዎም በጃኩም እፍፍፍ😢
@user-yq6st1kt6l
@user-yq6st1kt6l 2 күн бұрын
ንዛ ገዛ ምሕረት የውርደልካ❤❤❤❤❤❤❤
@user-te9kv8ce1s
@user-te9kv8ce1s 2 күн бұрын
ወይይይ😢😢😢ናብ ጸበል አሲርኩም ውሰድዎም እዚ መተት ክከውን አለዎ ኩሎም የዕቢዶም ከይተሓጋገዙ ምእንታን እዮም ማዓረ ጌሮምም ዝኔው
@bestebeste5137
@bestebeste5137 2 күн бұрын
😊😊😊😢😢
@BlesssedDay
@BlesssedDay 2 күн бұрын
ናብቲ ጸበል ትብልዎ ዘለኩም፡ኪከዱስ ገንዘብ እዩ ዘድልዬም
@Kanal0809
@Kanal0809 19 сағат бұрын
💔💔💔💔
@spiritandlifeword
@spiritandlifeword 2 күн бұрын
ምሕረት እግዚኣብሄር መዋፅእቲ ክፈጥረልኩም ይኽእል እዩሞ ኣጆኹም መድሃኔኣለም ተኣመንዎ ተስፋ ከይትቖርፁ።
@user-bq7mz3vf4m
@user-bq7mz3vf4m 2 күн бұрын
ሰላም ብሩኸይ ዘይተረኣየ እምበር ክንደይ መከራ ዝሓቆፈ ገዛ እዩ ዝኒሀ 😢😢😢 እግዚአብሔር አቦይ ፍውስካ ላአከላ ነዚ ገዛ ብምሕረት ጎብንያ 🙏🙏 ናብ ማይጨሎት ተሎ ተዝውሰዱ ፅቡቅ ነይሩ ከምቲ አቦ ዝብልዎ እዚ ጠጠው ኢሉ ዘሎ አስጋኢ እዩ ምስ ውኒኡ ሰለ ዘየለ 😢😢😢😢
@tigstitigsti9607
@tigstitigsti9607 2 күн бұрын
😢😢😢ካብዚ ሰዉረና ፈጣሪመሓሪ እግዚአብሔር ምሕረት የዉርደላ ንዛ ቤት ኣቱም ሙሁራት ኣቱም ሓካይም እስኪ ነዚኦም መፍትሒ ኣቅምጡ ሸይጣን የለን ደፍተራ የለን ቡዳ የለን ትብሉና እለኩም መን እማ እዩ ኣባላሸይዋ ዛ ገዛ😢😢😢
@BrhanBrha
@BrhanBrha Күн бұрын
Efffffff Fetari Mhret Yewrdelkum Ahwatey 😢💔💔💔
@ኣፅቢ
@ኣፅቢ Күн бұрын
ኪዳነምህረት ኣደይ ኪዳነ ምህረት ኣደይ 😢😢😢😢😢
@trhasgide-pl9wi
@trhasgide-pl9wi 2 күн бұрын
እዋይ ኣነ የሕዋተይ😢😢😢 ፈጣሪ ኩሉ ዓለም ምሕረትካ ለኣከሎም መ/ም ጸጋይ ሓወይ ናይ ጸላኢ ሰናያት እዩ እንተክእልኩም ማጨሎት ውሰድዎም ምሕረት የውርደልኩም እህም 😢
@user-rs8bd8un8y
@user-rs8bd8un8y 22 сағат бұрын
እግዝኣቢሔር ኣምላክ እዞም ስድራቤት ብዓይነ ምሕረትካ ጠምቶም ምሕረትካ ኣውርደሎም በጃኩም ኣሲርካ ጸበል ይታሓጸቡ ክማሓሩ እዮም😥😥😥😥
@bettyboo7783
@bettyboo7783 2 күн бұрын
ቸሩ መድሀኒኣለም ምህረት የውርደልኩም እግዚኣብሄር ዝሰኣኖ የለን እሞ ፀበል ኪዲ ቸሩ መድሀኒኣለም ምህረት የውርደልኩም መምህር ፀጋይ ብደቅካ ተሀጋስ ኣምላክ እናታሀጏስካ ንበር ተባረክ
@joniermi
@joniermi 2 күн бұрын
ኡፍፍፍፍፍ ኣየ ስድራይ ማዓረይ ክንደይ ከ የደንግጹካ፡እግዝኣቢሄር ኣምላኽ ምሉእ ምሕረት የውርደልኩም ናብራ ቐደምኹም ጥዕና ቐደምኩም ይምለሰልኩም።😢😢😢💔💔💔🙏🙏🙏🙏
@destakonjo2505
@destakonjo2505 2 күн бұрын
ተዝካኣልስ ንዞም ዓዲ ነጊርኻ ኣታሓባቢርኻ ማይ ፆሎት ምትሓፀቡ እሞ እግዚአብሔር እዉን ኣይጭክነሎምን ስድራ ገዛ ኹሎም ኸሕዝኑ😢 መምህር ፀጋይ ፀጋ ጥዕና ይዉረስኻ ❤❤ንቶም ገዛ ዉን ሙሉእ ምሕረት የዉርዶሎም
@Sarah-ut6nk
@Sarah-ut6nk 2 күн бұрын
ኡፍፍፍፍፍፍፍ እዋይ አሕዋተይ አታ እንታይ ጉዱ እዩ መምህረይ በጃኻ ምስቲ ሰፈር ተሓባቢርኩም ማይጨሎት ውሰድዎም ፈጣሪ ከአ ክምሕሮም እዩ
@user-zf6zl2zh4p
@user-zf6zl2zh4p 2 күн бұрын
በዛኻ ፁቡቅ ምግባርካ ዘይቀሪ ፀበለልልል 😢😢😢😢😢ዉሶዶም ኢድ ሰብ እዩ ሓሊፉዎም
@abrehetkeshp9742
@abrehetkeshp9742 2 күн бұрын
ክቡር ሓውና ብዝወፀ ይተከአልካ ኣምላኸ ቁዱሳን ኣብ ዓምደ ወርቁ ይፃሓፍልካ ዝሓወይ 🙏
@mmn108
@mmn108 2 күн бұрын
ምሕረት ይልኣኸሎም መድሃንይኣለም ክርስቶስ 😢😢❤❤❤
@birikitialemayo3516
@birikitialemayo3516 2 күн бұрын
ኦ' ኣምላኽና ፈውሲ መድሃኒትካን ምሕረትካን ስደድ 🤲🤲🤲
@Tefetawit.12.21
@Tefetawit.12.21 Күн бұрын
ንሰብ ክተጥፍኡ ከይደቀስኩም ትሓድሩ ውላድ ኣጋንንት ዝኮንኩም ኢድኩም ኣይትስኣኑ ሩጉማን😭💔 እግዚአብሔር ኣምላክ በምህረቱ ይጎብኛችሁ እመብርሀን ታሪካችሁን ትቀይርላችሁ አሜን🤲❤🙏
@liyateam9120
@liyateam9120 2 күн бұрын
ምስዚ ምሉእ እምነቶም ከምዚ ኢሎም ምፍታኖም ኩሉ ንፅቡቕ እዩ ኣጆኹም ዝኣመንክሙዎ ኣምላኽ ኣይገድፈኩምን
@abooa8769
@abooa8769 2 күн бұрын
ፀላእየ ልቡ ይሰበር ኣነስ ኣይካኣልኩ እፍፍፍፍፍፍፍ 😭😭😭😭😭 ቅዱስ ገብሪኤል ኣበይ ካብ እስራትኩም ይፍታሕኩም ታሪኩም ይቀይረልኩም ኣቱም ሰባት ናጋ ጋሓት ክንሞትስ ክንዲዚ ጭካነ እሞ ከማካ ሰብ እሞ ኣብዛ ዓለም ዘይንንብር ኣቱም ደፍታራታት ጠንቆልቲ ሸወጥቲ ክታብ ኣፍዝ ኣደንግዝ ናበልኩም ትውዕሉ ወይለኩም ነብስኩም ናጋ ጋሓት ኣብ ቅድሚ እግዚአብሔር ክትቆሙ ኢኩም እንታይ ኢልኩም እኩም ክትምልሱ ልነብሰኩም ምሓለክምላ 😭😭😭😭😭😭😭😭😭
@fuch9239
@fuch9239 2 күн бұрын
እግዚአብሔር አምላክ ምሕረት የውርደልኩም😢
@bestebeste5137
@bestebeste5137 2 күн бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏
@LemLemHadush
@LemLemHadush 2 күн бұрын
አግዚብሔር አምላክ ምሕረትየውርደልኩም😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@user-ko2hx6mg1m
@user-ko2hx6mg1m Күн бұрын
ምሕረት የውርደሎም እግዚአብሔር ኣምላክ 👏 እወ እዚ ጸላኢ ሰናይ እዩ ኣሲሩ ናብ ጸበል ዝወስዶም ከምረከቡ ክሓውዩ ነይሮም ሓመድ ትብለዐኒ ኣሕዋተይ 💔😥😥
@tigistibelay532
@tigistibelay532 17 сағат бұрын
ኣቦይ መዓረይ የሒዚናምኒ 😢😢ምሕረት የወድ🙏🙏🙏
@sarahfahad2269
@sarahfahad2269 2 күн бұрын
መ/ም ፀጋይ ሓወይ ናይ ፀላኢ ሰናያት እዩ እንተኪኢልኩም እንደምንም ኢልኩም ማይፀሎት ዉሰድዎም ዝሓወይ ሓደራጎይታዋይ
@jafeerrani5730
@jafeerrani5730 11 сағат бұрын
ካብዝ ማሓረና ፈጣር ሆይ በዛኻትኹም ካሕዝኑ መምህር ፀጋይ ገዘብ እልእልኻ እና በዛኻ ጎሮባይ ኣርምኻ አሰሮም ፀበል ይውሰዎም 😢😢❤
@brijap5171
@brijap5171 2 күн бұрын
እግዚኣብሔር ምሕረት የልኣኸልኩም ዕሸላተይ🤲 መ/ረ ፀጋይ እዉን ሉኡኽ ናይ እግዚኣብሔር ከይንካ እትሰርሖ ስራሕቲ ፀጉኡ የሕድረልካ ፈጣሪ
@user-vw8ue6vb9i
@user-vw8ue6vb9i 2 күн бұрын
ኣምላኽ ኣቦይ መሓሪ ኹሉ ልዞም ስድራና ምሕረትካ ኣውርደሎም እውይ ልበይ😭ኣየ ዓለም
@bestebeste5137
@bestebeste5137 2 күн бұрын
ኣህህህ ኣምላክ ምሕረት የዉርደልኩም መድሃኒ ኣለም መድሓኒቱ ይልኣከልኩም ኣሕዋተይ 😥🙏🙏🙏
@user-zg4fl9hh3g
@user-zg4fl9hh3g 14 сағат бұрын
ቁዱሰ ሚካኤሌ ምሕረት ኣዉርደልም ሓደራካ ዋይ ኡፍፍፍ😢😢
@user-nd6pk5gn6h
@user-nd6pk5gn6h 2 күн бұрын
ኦ ኣምላክ ኣቦይ ኩሉ ዝከኣለካ ንዓካ ዝሳኣነካ የለን እሞ ምሕረትካ ላኣከሎም ታሪኮም ቀይሮ😢😢 መምህረይ ኣምላክ ይሓግዝካ ማይፀሎት ውሰዶም መምህረይ እመ ብርሃን ፅላል ትኩንካ ክቡር ሓወይ ❤❤❤
@LulaAbrha-ko9sl
@LulaAbrha-ko9sl 17 сағат бұрын
እግዝብሄር ምሕረት የውደለም ነዐካ ካአጌታ ይባርካ
@SolomonKebede-uw7vl
@SolomonKebede-uw7vl 2 күн бұрын
መምህረይ በይዛኻ ሓደ ነገር ግበር ዝሓወይ 😭😭
@bestebeste5137
@bestebeste5137 2 күн бұрын
❤❤❤😊😊😊
@tgyhgchggg9259
@tgyhgchggg9259 Күн бұрын
ብጣዕሚ የሕዝን መድሃኒ ኣለም ምሕረት የውርደልኩም
@albadralbadr5199
@albadralbadr5199 2 күн бұрын
እግዚአብሔር ኣምላክ ምሕረት የውርደልኩም 🙏🙏
@marym9462
@marym9462 Күн бұрын
ቸሩ መድሃኒኣለም ምሕርት ያውርደልኹም 🙏💔😢
@user-bf4nc4ud5m
@user-bf4nc4ud5m 5 сағат бұрын
እሕሕሕሕ ፈጣሪ ምሕርት ያውርደሎም ፈጣሪ ናይ አቦሃደራ መጨሎት ውሰድዋም ሓደራኹም አብኡ ዝኸደ ኩሉ እዩ ዝምሓር☝️🙏😭 ውሰድዋም ፈጣሪ ከምሕሮም እዩ😢🙏
@aaaabbbb3894
@aaaabbbb3894 Күн бұрын
መ/ር ፀጋይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ነዞም ኣሕዋትና ከዓ ምሕረት የውርደሎም ካብ 2 ግዜ ምርኣይ ይምሐረና😢
@eteneshyosef1052
@eteneshyosef1052 2 күн бұрын
እዋዋዋዋዋዋዋዋ ስድራይ ቅድሜኩም ድአ አቦይ እግዚአብሔር ታሪክ ቀያሪካ ኢካ እሞ ናዛ ገዛ ምህረታ ልዓከላ
@trhastesfay1706
@trhastesfay1706 2 күн бұрын
በስመአብ እግዚአብሔር ምሕረቱ ይልኣከልኩም ኣሕዋተይ በጃካ መምህረይ ማይ ፀሎት ክሕፀቦ ግበረም ናይ ሰብ እዩ ሰብ ዝኣሰሮ እግዚአብሔር ክፈትሐም እዩ
@DyanaDiyana
@DyanaDiyana Күн бұрын
😭😭😭በጃኹም ናብ ማይፀሎት ውሰድዎም ልበይ ተሰይረ 😭💔💔💔ወይለኻ ገባሪ ክፉእ ኤህ ኤህ ኤህ 😭😭😭
@sarayan525
@sarayan525 Күн бұрын
ዉይይይ😢😢😢😢😢ኦ አምላኽ ማሓሪ ኩሉ ነዛ ገዛ ምሕረትካ ልአኸላ 🙏🙏🙏🙏🙏😢😢😢😢😢😢
@user-ko6tf2xh6y
@user-ko6tf2xh6y 2 күн бұрын
ዋይ መምህር ሃወይ ኣምላክ ሰሪሁ ኣይልውጥካ ንዞም ቆል ኡ ምህረት የውርደሎም ዌለድይ ድማ ት እግስቲ ይሃብኩም ፀሎቶም ኣምላክ ይስማኣዮም
@abrehetkeshp9742
@abrehetkeshp9742 2 күн бұрын
ኩቡር ሓውና መምህር ፀጋይ በጃኹም ማይ ፀሎት ውሰድዎም እዙይ ናይ ፀላኢ ሰናይ እዩ 😢
@user-gf4ze4ez1s
@user-gf4ze4ez1s Күн бұрын
ኣየ ህዝበይ ኣምላከ ቅዱስ ያሬድ ምሕረትካ ኣዉርድ በስመአብ
@DfUf-ut9fi
@DfUf-ut9fi 10 сағат бұрын
ፀበል ይኩድ ክደሓኑ አየም ኦ ፈጣር ምሕረት አዋረደሎም😢👏
@lealemalemamen9029
@lealemalemamen9029 2 күн бұрын
ኩቡር ሓው ከፊልካውን እንተኾነ እዛ ገዛ ክትጸርይ ተትግበር ጽቡቅ ይመስለኒ፣ ቁሩብ እታ ሓፍትና አብ ዝሓሸ ጥዕና ምህላዋ ተስፋ አለዎሞ እታ ገዛ ሰብ አተሓባቢርካ ክትጸርይ ተዝግበር ይምረጽ።
@bestebeste5137
@bestebeste5137 2 күн бұрын
❤❤❤❤❤😊😊😊
@user-wm3lt3zo3v
@user-wm3lt3zo3v 20 сағат бұрын
ኣይይይይ 😢ኣምላኬ ማሓሪ ኢኻሞ ምሕረትካ ላኣከሎም እመብርሃነይ ርህርህቲ ሒሊና ኣብ ጎኖም ክኒ 🤲 ኣህህህ እዙይ እኮ ማይ ፆሎት የድልዮም ነይሩ ናይ መተት ክኮን ይክእል እዩ ደቅነይ ምሕረቱ ይኣዝዝ
@debesegaltewahdo456
@debesegaltewahdo456 17 сағат бұрын
ኣምላከ ሰማእቱ ቅዱስ ጊዮርጊስ ነዛ ገዛ ብፅሐያ ጎተተይ ምሕረቱ የውርደልኩም
@kusunemntoynski3376
@kusunemntoynski3376 2 күн бұрын
ኣይይይ ወላዲ ዝረክቦ መድሃኔኣለም የብርሃልኩም ፈውሲምሕረቱ ይሰደደልኩም። ማይ ጨሎት ክከዱ ንሓግዞም ኣሕዋተይ።
@selamgoytom-dj4mb
@selamgoytom-dj4mb 2 күн бұрын
እግዚአብሔር ምሕረት የውርደልኹም ክብራት ኣሕዋተይ🙏
@btm167
@btm167 Күн бұрын
እግዛብሄር ኣምላክ ምሕረት የውርደልኩም😢😢😢
@user-jw8cd4kx2h
@user-jw8cd4kx2h 2 күн бұрын
Amlak wagaka ykfelka,,,መ/ር ፀጋይ ሓወይ በርትዕ ኣምላክ ይሓግዝካ❤❤❤
@ኣፅቢ
@ኣፅቢ Күн бұрын
እመብርሃን ኣደይ ሓደራ ብፅሕዮም ❤❤❤❤❤❤😢😢😢😢
@LiliYaynu
@LiliYaynu 2 күн бұрын
Bejakum tehababirna wala krshi andakefelna machelet nehtsbom 😭😭😭😭😭😭
@MeriGeber
@MeriGeber 2 күн бұрын
እግዚኣብሔር ኣምላክ ምሕረት የዉሩደሉኩም❤😢😢
@mahilovely8632
@mahilovely8632 2 күн бұрын
እግዚኣብሔር ኣምላክ ምሕረት የውርደልኩም😢
@MuluGermay
@MuluGermay 2 күн бұрын
😢ፈጣሪ ምሕረት ይልአከሎም አቦይ ማዓረይ ፀላኢኩም ይደፋእ
@user-wg3rk7xw7k
@user-wg3rk7xw7k Күн бұрын
ምሕረት የዉርደልኩም ፈጣሪ ኣይ ማዓራተይ😢 በጃካ ማጨለት ዉስዱዎም ክድሕኑ እዮም ኣህ የሕዝን
@muluabeba4416
@muluabeba4416 2 күн бұрын
እግዝአብሄር አምላክ ምህረት የውደልኩም የህዋት አቦይ መአረይ እግዚአብሄር ይሃግዝኩም 🙏🙏🙏 መምህር ፀጋይ እግዚአብሄር አምላክ ፀጎኡ የብዝሃልካ መድሃኒያለም አቦይ ምህረት ሃቦም 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@user-hb1vb8qm4q
@user-hb1vb8qm4q 2 күн бұрын
እግዚአብሔር ምሕረት የውርደልኩም እዳባሃደራ ማይፆሎት ዝወሰዶም እንተዝረክቡ ፅቡቅ ነሩ ፀግሸይ 🙏
@user-dq5kv7bz2q
@user-dq5kv7bz2q 2 күн бұрын
ምሕረት የውርደልኩም ስድራይ ታሪኩም ይቀይረልኩም😢 ድንግል ማርያም ኣደይ ፅላለትኪ ኣንብርሎም🤲
@user-to2qg8ls9j
@user-to2qg8ls9j 16 сағат бұрын
ፈጣሪ ምሕረት የልኣከልኩም🤲 😢ኣቦይ ማዓረይ ፀላኢኩም ይዳፋእ😢😢
@AbrehetAbadiBrhane
@AbrehetAbadiBrhane Күн бұрын
Btaemi yehznnnn😢😢😢😢😢😢😢😢😢 hmebrhan adey mhretki leakilom
@user-hn8yb9ig8j
@user-hn8yb9ig8j 2 күн бұрын
እግዚአብሔር ኣምላኽ ምሕረት የውርደልኩም ዘሙ ኣሕዋተይ ❤
@elsayayu6658
@elsayayu6658 Күн бұрын
እዋይ እመአምላክ ንዞም ገዛ ምሕረት ልአኽላ😭😭😭
@freweniasfaha7452
@freweniasfaha7452 2 күн бұрын
Anta amelk bealeka zfetirkayo hizbeka meherti leakilem silasi aboy memhery adimen tianani yehabeka Ezgbeher 🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤😢😢😢😢😢😢
@user-bo7xq6ow4j
@user-bo7xq6ow4j Күн бұрын
ኣደይ ማርያም ሓደረኽ ባዕል በሓልይዮም 😢😢😢😢መድሃንይኣልም ኣበይ
@user-fk6nz1iq2y
@user-fk6nz1iq2y 2 күн бұрын
ኡፍፍፍፍፍ ኣምላከይ ነዞም ወላዲ ክትብል ምሕረትካ ለኣከሎም 😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@user-kn5mb7il5t
@user-kn5mb7il5t 2 күн бұрын
እግዚአብሔር ኣምላኽ ምሕረት የውርደሎም።ብጣዕሚ እዩ ዝሕዝን ፀበል ንክኸዱ ተሓባበሮም 😮እግዚአብሔር ይሓግስኩም
@MaibelGedy
@MaibelGedy Күн бұрын
mehret yewredelkum fetari ahwatey ne aboy ena nehaftey dema akaelo yehabkum❤😢 😢😢😢
@dammamksa1302
@dammamksa1302 2 күн бұрын
😢😢😢😢😢ኣምላክ ኣባይ መሕረት የውረደሎም 🙏🙏🙏
@TsadiFikrrr
@TsadiFikrrr 2 күн бұрын
ፀበል ፀበል ይተሓፁቡ 🙏🙏ዝወሰዶም ተረኺቦም ፀጋይ ሓወይ 😢😢😢
@Nebyat-dp2fi
@Nebyat-dp2fi Күн бұрын
Egziabiher mihiret yewuridelom Eway ahiwatey aboy miarey ajoka Emebirihan bilumania aye tifeleyokum atum bidegef tetababue zelekum kiaa Egziabiher yihabikum
@shashugebre8931
@shashugebre8931 2 күн бұрын
ፈጣሪ ኩሉ ዓለም ሓድርኻ ምሕረት ሰደደሎሞ ክቡርሓውና መምህር ፀጋይ ብዘከድካዮ ፊጣሪ ይሕግዝኻ አጅኸ
@bestebeste5137
@bestebeste5137 2 күн бұрын
😊😊😊
@user-hg9yp5ud3p
@user-hg9yp5ud3p 2 күн бұрын
ፈጣሪ ምሕረት የዉርደልኩም ኣሕዋተይ ኣደዋይ ማርያም ሓደራኪ ምሕረት ኣዉርድሎም ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@smerhsoso7490
@smerhsoso7490 Күн бұрын
ብጣዕሚ እዩ ዘሐዝን ማይ ፆሎት ፅቡቅ ነይሩ ናይ ፀላኢ ሰናይ ስራሕ እዩ እዚ እግዚኣብሔር ይገስፆም እበር 😢
@BrhaneMehari-lk6mc
@BrhaneMehari-lk6mc Күн бұрын
እቲ ሽግርካ ከይነገርካዮ ዝረድ እግዚኣብሄር ብዓይኒ ምሕረቱ ይጠምትኩም ምሕረቱ ይስደደልኩም ኣንቱም ሰባት ኣብ ዓዲ ዘለና ህዝቢ ሽግርና ክርሕቕ ነንባዕልና ንተሓላለ ሓደራ ናብ ማይጸሎት ንውሰዶም የቐንየልና መ.ም ጸጋይ ሓወይ ምስ መሳርሕትኻ❤❤❤🎉
@user-mo4vu6ic3k
@user-mo4vu6ic3k Күн бұрын
Ane zigermeni nimntay ekum nihizbium tifwswom😢egzabihir mlue mhret yegbrelkum🙏 😢💔
@TrehsGelase
@TrehsGelase 2 күн бұрын
ምሕረት ካብ ፈጣሪ እዩ እም እግዚአብሔር ኣምላክ ምሕረት የውርደሎም
@evacell668
@evacell668 Күн бұрын
ምሕረት የውርድ ኣሕዋተይ ፡ አቦዋይ ነቢዐ ፡ምሕረት ኣባካ እዩ አምላከይ
@user-sz6ib8qh6b
@user-sz6ib8qh6b Күн бұрын
Egziabhier aboy mhretka lakelom (amen)
@samiraahmed1322
@samiraahmed1322 2 күн бұрын
ምሕረት የዉርደልኩም ኣሕዋተይ መዓረይ
@user-km6gc8ig9o
@user-km6gc8ig9o Күн бұрын
ፀብል ዘለዉ ፀጋ ዘለወም አቦታታ አብ ገዳማት ናብኡ ዉሰድወም 😢😢
@sarasa6443
@sarasa6443 2 күн бұрын
መድህናኣለም ኣቦይ ምሕረት ኣዉረድሎሞ
@AelisaYouTube
@AelisaYouTube 2 күн бұрын
እግዚአብሔር አምላክ ምሕረት ይላከልኩም እፍፍፍ ኣቦይ ማዓረይ አረ ብዝገበርኩም ገይሩኩም መፀሎት ውሰድዎም መ/ር 😢😢😢
@abrehetkeshp9742
@abrehetkeshp9742 2 күн бұрын
ኣምላኸ ቁዱሳን ምሕረት የውርደሎም 🤲
@swswots6782
@swswots6782 2 күн бұрын
ኡፍፍፍ ፈጣሪ ኣቦይ ጥዕነኦም መልሰሎም😢😢😢😢😢😢😢😢😢👏👏👏👏👏
@salamsere6403
@salamsere6403 2 күн бұрын
እግዛቤሂር ምሕረት የውርደልኩም ሰብ ጨካን እዚይ ፀይቂ እዩ ናብ ፀበል ውሰድዎም🙏😥😥😥😥
@rahelgebre2087
@rahelgebre2087 2 күн бұрын
ኣሕዋተይ ቅዱስ ሚካኤል ምሕረት የውርደሎም መተት እዩ
@ferejunta6083
@ferejunta6083 2 күн бұрын
እዋይ በስማኣም በይዛኻ ኣሲርኩም ፀበል ውሰድዎም ኡፍፍፍፍ ኣንቲ ዓለም😢😢😢
@user-ns2wg8nv1e
@user-ns2wg8nv1e 2 күн бұрын
እግዚአብሔር ኣምላክ ምሕረቱ የውርደሎም🙏🙏🙏😥😥
@tsegagebrehiwot6882
@tsegagebrehiwot6882 2 күн бұрын
እግዚአብሄር ኣምላክ🙏🏾🙏🏾🙏🏾💔 ምሕረት የውርደሎም
" ፈላመይቲ ጥይት ወፍሪ ኣሉላ ዝተኮሰ ርዙን መራሒ!"
45:53
Plot Media-ፕሎት ሚድያ
Рет қаралды 7 М.
Дибала против вратаря Легенды
00:33
Mr. Oleynik
Рет қаралды 4,6 МЛН
DO YOU HAVE FRIENDS LIKE THIS?
00:17
dednahype
Рет қаралды 61 МЛН
FOOLED THE GUARD🤢
00:54
INO
Рет қаралды 64 МЛН
ዱባይ ክኸድ ወደይ ሒዘ✈️✈️
8:23
Selam Tsegay Smile:)
Рет қаралды 25 М.
5ተ ወሊደ 4ተ ዓቢዶም ኣነ ኻዓ ዓዊረ መን ይሓልወለይ
13:56
Gedam media- ገዳም ሚድያ
Рет қаралды 10 М.
(1ይ ክፋል) "ኣይትሙቲ ዝበላ ነፍሲ"
35:35
Bemnet Nkhu ብእምነት ንቅሑ
Рет қаралды 12 М.
Дибала против вратаря Легенды
00:33
Mr. Oleynik
Рет қаралды 4,6 МЛН