ዱባይ ክኸድ ወደይ ሒዘ✈️✈️

  Рет қаралды 25,943

Selam Tsegay Smile:)

Selam Tsegay Smile:)

4 күн бұрын

#smile #duet #tigrignamezmur #habesha #tigrayan #video #tigray

Пікірлер: 705
@selamtsegaysmile9152
@selamtsegaysmile9152 2 күн бұрын
kzfaq.info/get/bejne/ma9ofrCmqs3Ve5c.htmlsi=L7NwNJHgdl-o0The
@almazeyasu7388
@almazeyasu7388 2 күн бұрын
Enda xegre kefte meknan tkele eki ka wdki hzki KZfaq ke abu tesrhe
@munatube2861
@munatube2861 2 күн бұрын
ካብ ሰደት ናብ ሰደት😢 አረ ሰሉ ብማሪያምኽ ዓድኽ ኽን ተመሰገን በል😢❤❤❤
@user-ix6fq5xu9x
@user-ix6fq5xu9x 11 сағат бұрын
አይ ማዓረይ ሓቅኺ እድኺ ገዛኻ ዝመስል የለይን ተመስገን እዩ ንኹሉ ገዛ ካብ እትርእያ ሃሞኡ አይትብልይ ትግራይ ጽብቅ የለይ
@hiwettsegay1616
@hiwettsegay1616 2 күн бұрын
ጥንስቲ እየባ ሳብስክራብ ደስ እልኒ ተጋሩዋይ ፀፊዕኹም ሕለፉ👏👏👏
@TyTy-xe8yt
@TyTy-xe8yt 2 күн бұрын
ገይረልኺ ዝያዳይ
@DestaKalayu-vg8pf
@DestaKalayu-vg8pf 2 күн бұрын
ጌረልኪ🎉
@GalRayaRayuma
@GalRayaRayuma 2 күн бұрын
@@TyTy-xe8yt ደምርን ወለላይ😍
@GalRayaRayuma
@GalRayaRayuma 2 күн бұрын
@@DestaKalayu-vg8pf ደምርን ወለላይ😍
@membarpti5612
@membarpti5612 2 күн бұрын
ገይረልኪ❤❤❤❤
@user-dj1bi6ml7o
@user-dj1bi6ml7o 2 күн бұрын
በስምኣም ታኣዪ ስደት 😢😢😢😢😢😢😢ብስሩ ይቅረኪ ሰልዋይ ተመስገን በሊ ቁራስካ በሊዒካ ዓድካ እዪፅብቅ❤❤❤❤❤❤
@Mizan3091
@Mizan3091 2 күн бұрын
ደምርኒ ባ ማሬ❤
@user-dj1bi6ml7o
@user-dj1bi6ml7o 2 күн бұрын
@@Mizan3091 እሽኒ ገይረልኪክብረተይ
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 2 күн бұрын
​​@@Mizan3091ደምርኒ ❤
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 2 күн бұрын
​@@user-dj1bi6ml7oደምርኒ ገረልኪ እየ ❤
@user-rs8bd8un8y
@user-rs8bd8un8y 21 сағат бұрын
ብሓቂ ዓድካ ጥዑም።❤ ዋላ ባኒካ ተደሪርካ ዘይትሓድር ሰድት ይቅረኪ ሰሉየይ😢😢😢
@user-sc2di1uv7s
@user-sc2di1uv7s 2 күн бұрын
ኣጀኪ ሰሉዋይ😢 ዓዲኪ ይሕሸኪ ዓደካ እዩ ጥዑም ሰደት ወጋ የብሉይ
@user-ds4pv9by5r
@user-ds4pv9by5r Күн бұрын
እግዚኣብሔር ኣምላክ ዝሃበኪ ዑዱል ክትጥቀሙሉ ነይርኪ ሐዚ እዝየ እዝየ ኣይትበሊ ተመሥገን ኢልኪ ኣብ ዓድኪ ሥርሒ ኣረ ኣብ ዓዲ ዘሎ ሠብና ሓሚሙናዋ ታኢና ንገብሮ ሥራሕ ብንኡሽተይ ጀምሩ ተበልና የናኣእሱካ በሓደ ግዘ ሃፍታም ኽኸውን እዩ ዝደሊ ወገነይ ንክትህፍትም ብንኡሽተይ ጀምር ክትህፍትም ኢካ ካብኡ ከኣ ኣታሓሕዛካና ኣታሓሳስባካ እዩ እቲ ዝበለጸ ሓደ ዝፈልጦ ሰብ ኣሎ ወዲ ገዛውተይሲ ብክብሪት ምሻጥ ጀሚሩ መከፋፈሊ ድኳንናት በጺሑ ስለዚ ንክትህፍትም ጻዕርን ዓቅልን የድልየካ እዩ
@user-hm6ez8dx1x
@user-hm6ez8dx1x 2 күн бұрын
ኣብዚ ኮሜንት ዘለክን ኣሕዋት መብዛሕተኤክን ተስፋ ቆሪፅክን ትፅሕፋ ለክን ኮሜንት ግን መጀመርታ ብሰብ ኣይትመረሓ ሂወት ናይ ባዕላትክን ክትነብራ ፈትና ኩሉ ናናይባዕሉ ኣለዎ ካብኡ ካዓ ጎባዛት ኩና ሞያ ገይርና ዓድና ንእቶ መፅለሊናን ገዛን ንኡሽተይ መስርሒ ቅርሽን ንሓዝ ንባዓላትና ንኩን ካብኡ ግን ነዛ ሓላፊት ህይወት እሞ ኣብ ኣዕራብ ሃገራት ህይወት ሙሉእ ክትሕልኦ ግን ከይታሓስባ ንሕና ካብ ማንም ኣይንበልፅን ካብቲ ኣብ ዓዲ ዘሎ ሰብ ዓድና ሰላም ተኮይኑልና ከንድቲ ንፈስ ዓድካን ምስቲ ሕብረተሰብካን ተሕልፎ ነፃነት እኳ ኣይኮነን ስለዚ ላዕሊ ላዕሉ ኣይንጠምት ተመስገን ንበል ኣሕዋተይ
@user-kj9yz9gj8i
@user-kj9yz9gj8i 2 күн бұрын
ሓቂኺ ጋለይ ላዕል ላዕል እንድሕር ለይረአኻ ክትነብር እኻ እግዚአብሔር ልፈጠራ ጎሮሮ ትዓፅያ አይትሓድርን ታይ ዶ ለምድና ነይርና እና ህዉከት ወለድና ከመይ እሎም ድዮም አዕበዮምና ዋላ ኩሉ ግዜ ሽሮና በልዕና ዘይንነብር ቆስጦዶ ሳላጦዶ ሆ ናይ ሃፍታማት😃
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 2 күн бұрын
@@user-hm6ez8dx1x ደምርኒ ተገድሰኪ🙏❤
@user-vj9ld4ni2v
@user-vj9ld4ni2v Күн бұрын
@@user-hm6ez8dx1x እግዚአብሔር ይመስገን ሎሚ ፅቡቅ ኣለና ቀደም ኣደይ ኣነን ሓወይን ብጣዕሚ ንጨናነቅ ምንም ዘይብልና እናበልና ኣደይ ሃፂፅካ ፍልሖ እዳማርያሞ ማዓዝ ትበፅሖ ትብለና ነይራ ሎሚ እግዚአብሔር ይመስገን ሓወይ ስራሑ ሒዙ ኣነውን ኣብ ስደት ኣለኩ መፅለሊተይ ሰሪሐ እና ብዘለና ተመስገን ንበል ልዕለና ከይኮነስ ብትሕተና ንርአ
@liyatTigraweyti
@liyatTigraweyti 2 күн бұрын
ሓሚመ ናበልሰ ሰደት ተሰፋ ባ ሃብና ሰሉዋይ ተመሰገን በሊ
@tsegatsega238
@tsegatsega238 2 күн бұрын
ደምርኒ ማዓረይ❤
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 2 күн бұрын
ደምርኒ❤ ተገድሰኪ
@user-vj9ld4ni2v
@user-vj9ld4ni2v 2 күн бұрын
ካብ ትሐሽ ወይ ኪዳን ዘርኣብራክ ተምሃሪ ኣብ ፍርናሽ ኣናደቀሰት ክንደይ ንኣምላክ ተመስግን ትቆርብ ብዘለዋ ሕጉስቲ ምስ ደቃ ዘለዋ ፍቅርን ስኒትን ስነ ስርዓት እቶም ደቃ
@hhhgvg4542
@hhhgvg4542 2 күн бұрын
ትሐሸ ኢኮ ገዛ ናይ ባዕላ እዩ
@brhaneye9521
@brhaneye9521 Күн бұрын
ብሓቂ 😊
@user-jn9co1xl2m
@user-jn9co1xl2m Күн бұрын
ብሓቂ
@user-vj9ld4ni2v
@user-vj9ld4ni2v Күн бұрын
@@hhhgvg4542 ገዛ እንተሃለያ ደካትም ቆለዑ እያ ተዕቢ ካብኡ ክዓነይ ገዛ ከመይ ገይራ ከም ዘስረሐቶ እቲኪ ስምዕያ እንድሕር ጠንኪሮም ሰሪሖም ገዛስ ከስርሑ እንድዮም ዋናው ብዘለካ ተመስገን ምባል ልዕለካ ከይኮነስ ትሕተካ ምርኣይ
@user-rs8bd8un8y
@user-rs8bd8un8y 21 сағат бұрын
በሓቂ ኣሕዋተይ
@user-lt5rm4vj2s
@user-lt5rm4vj2s 2 күн бұрын
ዋይ ኣረ ሰላም ብማርያም ዓድኽይ ኹንይ ውለዲ ክበዲ ታይ አዩ ድሕሪ መርዓ ሓዳር ናብ ስደት🥹🙏
@SmretTube
@SmretTube 2 күн бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ምቅርተይ
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 2 күн бұрын
@@user-lt5rm4vj2s ደምርኒ ተገድሰኪ ሓላለይ🙏
@user-tl4ez9so7r
@user-tl4ez9so7r Күн бұрын
ካብ ሰላም ኩሉ ግዜ ዝወስዶ ት/ቲ ገዛ ከም ዘድልየኒ እዩ ዋላ ማይ ሰትየ ንሕደር ኣብ ገዛይ ዝሪአኒ የለን።
@gsjshd3479
@gsjshd3479 2 күн бұрын
ዋይ ንስክስ ባዓልቲ ተስፋ ዶ የነበርክይ ማዓረይ ኣብ ስደት ዘለና ማዓዝ እና ናብ ዓድና ክንምለስ እናበልናስ ንስኪ 2ስደት ክትብሊ 😢ዓድኪ ዝከነ ስራሕ ጀምሪ ስደት እንትርፊ ክሳራ እንታይ ረክብናሉ ከም ናይ ቀደምኪ ተስፋ ሃብና ማዓረይ❤❤
@rimeyaron
@rimeyaron 2 күн бұрын
እረ ይቅረይኪ ሰሉ ዓይነይ ባዓል ገዛኪ ከ ወይ ሓቢሩኩም ኪዱ ስብኣይኪ ገዲፍኪ ክይትከዲ ብዝኮነ ንሮ ዓድና ማ ኣይተካኣለይ ዕድመ ልሱዑዲ ዘለዋ ደቆም❤ እና ኣጆኪ ሰናይ ዘበን ክኸዉን እዩ ዓድና ተስፋ ዘይምቅራፅ
@user-go1qv6ng5r
@user-go1qv6ng5r 2 күн бұрын
ዓድኪ እንዶ ስርሕ ከየማረፅኪ ምስ ስብኣይኪ ተማኪርኪ ተማካከሩ ተካበሩ ዋላ ኣነ ክስደት ዓሚ እየ መፂአ ተመርዕየ መጀመርታ ካቡድኒ ደሓር ምስ ስብኣየይ ተማኪርና ንሱ ብዘለዎ ኣነ ብዘለኒ ገይርና ስራሕ ከፊትለይ ሐጂ ደማ ወሊደ ወደይ ሓዚለ ይሰርሕ ኣለኩ ተመስገን ንስኪ እውን ወድኪ ሒዝኪ ዓድኪ ስርሒ ካብ ዓድካ ተፈሊካ ጥዑም የለን ተዘይ ኮይኑ እቲ ኣቅሪብክዮ ዘለኪ ሓሳብ ኣብ ስደት ዘለዋ ኣሕዋትና መደናገፂ እዩ ብርግፅ ክብድ ይብል እዩ ግን ትሰርሕ ትዕቅብ ከም ጎረቤትካ ዘይ ኮነ ገብ መረበካ ትነብር ብቃዕምካ ❤❤
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube 2 күн бұрын
ሓላልይ ሳብሰክራይ ገብረለይ❤❤❤
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 2 күн бұрын
@@user-go1qv6ng5r ደምርኒ ተገድሰኪ ማዓረይ🙏❤
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 2 күн бұрын
@@user-go1qv6ng5r ደምርኒ ተገድሰኪ🙏❤
@user-vj9ld4ni2v
@user-vj9ld4ni2v Күн бұрын
@@user-go1qv6ng5r ክብሪ ይሃበልና ዝሓፍተይ እግዚአብሔር ኣምላክ ሓዳርክን ስራሕክን ይባርከልኪ
@Abdollh-qv2dn
@Abdollh-qv2dn Күн бұрын
ጅግና ማዓረይ ሓዳርኪ ይባረኽ❤
@AbxhdBsjs-fl2ec
@AbxhdBsjs-fl2ec 2 күн бұрын
ዋይ ኣትዮ ስልዋይ ንሕና ማዓዝ ኢና ዓድና ንኣቱ እናበልናስ ንስኪ ክዓ ስደት ክምለስ ትብለኪ❤❤❤😢
@hgf6568
@hgf6568 Күн бұрын
ተምሰገን በሊ ሰሊተይ አጀኪ ኩሉ ብማዓልቱ ክከውን እዩ
@ghfugtuf7153
@ghfugtuf7153 2 күн бұрын
ዋይ አትዮ ተመስገን ኢልኪ ሓዳርኪ ዘይትመርሒ ከመይ ኢሉዱዩ ዝነብርሎ ሰብ አብስደትስ ኩሉ ሪእኩዮ ኢኪቆለዓ ሒዝኪ አይክንን አብዚ ሳዓት ኡዚ ጥራሓካ ኻ አዩኩን ስደትስ አብዓድኪ ኮምዚ ኢልኪ ዘንፀርፀርክስ ሓደ ስደት እውን ከምቀደም የለን እና ተመስገን ፍለጢ ምፅርፃር ምፅርፃር ኡዩ ዙውስክ 🙏🙏
@TsfaEusnkey3114
@TsfaEusnkey3114 2 күн бұрын
አትዮ ሰልዎይ ወድኪ ልንእሽተ ግዜ ኢኪ ክባፅሐልኪ እንዶ ሕጂ ተፀነኒ ቱዓዲ ምስለመዶ ካብኡለ መዘሪኪ እውን ክመፃ ይኮና ድሓሪ እግሪኪ መሊኢኪ ትሰርሒ ትክእሊ አብ ዩቶብኪ ጠንኪሪኪ ስርሒ ባሪከለይ በልዮ ንፈጣሪ ብዩቶብለ ተዓብይ ትክእሊ ተዓገሲ ንእሽተን ዝሓፍተይ ስደት አይትምረፂ ሰልዎይ ኮነይ ሓደገይ ማዘሪኪ ምስ መፃ ዋላ ብኩንትራት መሳሪሒክ ትሰርሒ ንድባይ ትከዲ ህፃን ኢኪ ዘለኪ ውላድኪ ሒዝኪ ስደት ከይትመርፂ ተዓገሲ በጃኪ ፈጣሪ ብቲ ዩቶብ እዙይ ልዕል ከብለኪ ይልምኖ ስደት ይአክል😢
@ShamS-hp3vn
@ShamS-hp3vn 2 күн бұрын
ወለላይ🙏🙏🙏💚
@Bahlawitmedia
@Bahlawitmedia 2 күн бұрын
​@@ShamS-hp3vn❤❤❤❤🙏🙏🙏
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 2 күн бұрын
ደምርኒ ተገድሰኪ🙏❤
@SaaSaa-ys6en
@SaaSaa-ys6en 2 күн бұрын
ሰሉዋይ ብጣዕሚ እየ ዝከታተለኪ ካብ ሱዑዲ ጀሚረ ግን ኮመት ምፅሓፍ ኣይፈትይ ላይክ ግን ኩልግዜ እየ ዝገብር ብሬክስ ሓበሻዊ እኮ መሲ ሒዛቶ ኣትያኣላ ክመሃር ሮቤል ወደይ ኢሉ እዩ❤❤❤❤❤❤ዓድኪ የሐሸኪ ወይ ማዘርኪ ክስካብ ትመፅእ ሓደ ቆልዓ ወሊድኪ ፅንሕያሞ ብሓደ ክትሕዘልኪ ካብኡ ንስኪ ናብ ደስ ዝበለኪ ዓዲ እናተመላለስኪ ትሰርሒ❤❤❤❤
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 2 күн бұрын
@@SaaSaa-ys6en ደምርኒ ተገድሰኪ ማዓረይ🙏❤
@SaaSaa-ys6en
@SaaSaa-ys6en 2 күн бұрын
@@merhawitmuaz1619 ደሚረኪ ለኩ መዓረይ ሳብስክራይብ ከዓ ገይረልኪ ለኩ
@maryjk6116
@maryjk6116 2 күн бұрын
ኣጀኪ ሰሉ ሓፍተይ ፀላኢኪ ይሰደት😢 ኣምላክ ዘይ ፈቀዶ ኣይመፅኢ ዛምበይተይ
@fhhuuikk9179
@fhhuuikk9179 2 күн бұрын
ኣረ ሰሉ ትስባኣይኪ ከመይ ድኪ ትሪእዮ ካብ ወድኪ ንስባአይኪ ሕሰቢ ንኡኡ ሒዝኪ ምካድ የሐሽ እንታይ እዩ ዘርሞ ዘርሞ ሕሰብሉ ስለ ስባአይኪ ሓድግኪ ክትከዲ ኣየጨንቀኪ ዋይ ደሞ ኣትጨነቂ ነይናይ ዕድመ እዩ ተመስገን ኢልኪ ምስ ስባአይኪ ቤተክርስትያንኪ ስዕምኪ ሰላም ዘለዎ ሓዳር ምርሒ ኣይተንፀርፅሪ ደሞ ኢቲኦብ ቡዙ እዩ ዝከፍል እዩ ዝባሃል😢❤
@shewitchannel9851
@shewitchannel9851 2 күн бұрын
ድኽነትን ስደትን ዓይኑ ይጥፋእ😢 ሱሉዋይ አጆኺ 😢😢
@user-jd8wn9lh3d
@user-jd8wn9lh3d Күн бұрын
ሰሉየ መዓረይ ኣጆኺ ዓድኻ እዩ ጥዑም ዝያዳይ ብዝኾነ ከም ፍቃድ ኣምላኽ ክኸዉን እዩ ስለ ኩሉ ነገር ኣምላኽ ተመስገን እዩ ዋንኡ ጥዕናኺ ምሕረት የዉርደልኺ❤❤❤
@HappyBoardGame-uy9wk
@HappyBoardGame-uy9wk 2 күн бұрын
ኣነ ዝብለኪ ስደት ይትረፍኪ እና ዪቲብ ፅቡቅ ፅቡቅ ቪድዮ ስርሒ ምስ ስብኣይኪ ምእንቲ ክረኣየልኪ ❤❤❤
@WejeratAdey
@WejeratAdey 2 күн бұрын
ደምርኒ🎉
@SelamTekle-uk8kq
@SelamTekle-uk8kq 2 күн бұрын
ስባአይኪ ከ ለለ ተሓደግዮ ድኪ ወድኪ ትመርፂ አለኪ ወይ ታይ ማዓቱ ወደይ ካብ ወድኪ ሒዝኪ ትከዲ ሰበአይኪ ሒዝኪ ኪዲ ምክንያቱ ልወድኪ በስባአይኪ ስለ ልረከብክዮ ለለ ድዩ ተሰዲትኪ ክፀበየኪ ወይ ጨነቀኒ ሰሉየይ አክእሎ የሃቦ ስደት ልጠዐመ ሰበ ሕማቅ እዩ ዋ ሓሚቅካ ጥዑም ነበረካ ምስ ደቅካ ዓድካ አደዋካ ልመስልዎ የለን ዓድኪ ኩኒ ዘይርኻ ዘይርካ ዓድካ እዩ ጥዑም ሰሉ ሳብስክራይበ ግበሩይ ደቂ ዓደይን ፈተዉቲ ሰሉን❤❤
@WejeratAdey
@WejeratAdey 2 күн бұрын
ደምርኒ🎉
@SelamTekle-uk8kq
@SelamTekle-uk8kq 2 күн бұрын
@@WejeratAdey ስለ ልድመር ዘለኩ ደምርኒ አብ ናተይ ኮሞንት አቆምጠለይ ክምልሰልኪ እየ ፀባሕ ማዓረየሸ
@WejeratAdey
@WejeratAdey 2 күн бұрын
@@SelamTekle-uk8kq ገብረኽልኽ ህያበይ
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 2 күн бұрын
@@SelamTekle-uk8kq ደምርኒ ተገድሰኪ🙏 ገረልኪ እየ
@gsas4971
@gsas4971 2 күн бұрын
ካብ ስደት ናብ ስደት እንታይ ሓስብኺ😮 ሰሉየ ዓዲኺ ይሐሽኺ ዛሓፍተይ ማዓረይ ❤አሕሕሕ አዶና ክንምለስኮ ፈርሐና በቃ ናብራ ኩሉ ነገር ከብሩ😢😢
@GalRayaRayuma
@GalRayaRayuma 2 күн бұрын
ደምርን😍
@gsas4971
@gsas4971 2 күн бұрын
ደምሩኒ ንስኺ ዉን ክብረተይ ገይረልኺ እየ አነ ዉን💋​@@GalRayaRayuma
@GalRayaRayuma
@GalRayaRayuma 2 күн бұрын
@@gsas4971 እሽ ማዓረይ ደምርኽ ኮሜ ኣቅምጥለይ ድሕር 24 ሳዓት ክምልሰልኽ ይአ😘❤
@MeazaTube12
@MeazaTube12 2 күн бұрын
ደምራኒ ደቅነዋይ❤🎉
@Mizan3091
@Mizan3091 2 күн бұрын
​@@MeazaTube12ደምራኒ ባ ሙቁራተይ❤
@SaLa-vk9rc
@SaLa-vk9rc 2 күн бұрын
ሰሉዋይ ገቦዝ ኮእኪ ብፍላይ ምግቤት😢😢 ናቅናኖ እቱ መሳፍሪኪ ትገብርዮ ነበርኪ ስራሕ ክፍትሉ ዓድካ እዩ ቆንጆንኣይተሳምሊ ፆም ፆሎት ሓውስኪ
@absiabsi9683
@absiabsi9683 Күн бұрын
ሰደት ኣይተሰምዕኒ ሰለዋይ ካብዛ ዘለክዋ ሰደት እኮ ማዓዝ እየ ተመሊሰ ዝሪኦ ክበል ለይትን ቀትረን ዕረፍቲ ሰኢነ😢😢
@user-dv6tn2us5q
@user-dv6tn2us5q 2 күн бұрын
ሰሊተይ ወደይ ሒዘ ምስ ኣቦኡ ከዕቢ ኢልኪ ዓድኪ ኣቲክስ ለለ ክትፋላለይ ዓድኪ የሐሸከመ ስባኣይኪ ከ ምስ መን ክትገድፍዮ በይኑ ዓቅሊ ግበሪ ዳኣ ዝሓፍተይ ወድክይ ስባኣይክይ ሒዝክይ
@user-ws7pk2sz2y
@user-ws7pk2sz2y 2 күн бұрын
ዋይ ሓፍተይ ኣረ በጃኪ ኣብ ዓድኪ ኩኒ እንታይ እዩ ስደት ከ ድሕሪ መረዓ ሓዳር ተመስገን ኢልኪ ምስ ሰባኣይኪ ተማኪርኪ ሓደ ሰራሓኪ ኣውፅኢ 🙏
@user-rb4mi6ob2q
@user-rb4mi6ob2q 2 күн бұрын
ውይ ሰሉየ ካብ ስደት ናብ ስደት እሬ ዓድክ ሓዳርክ ምርሕ ይሕመቅ ይፀብቅ ሰሉየ መቸም ስደት ስደት እዩ እሞ ካአ ቖልዓ ሕዝክ 😢😢
@ali-yx5ne
@ali-yx5ne 2 күн бұрын
ዊ በስማኣብ ናበይ ስደት 2ይ ስደት prank ba ይኸዉን omg ኣፍሪሑና ኾ ዚ ጊዜ ግን ሰሉየ በዚ you tube ኸማን አኮ ክትዓብይ ትኽአሊ ኢኺ ቁሩብ ዓቅሊ ዘይምገበርኪ ማለተይ ጽቡቅ ተቀባልነት ኢዩ ዘለኺ ኸም ስራሕ ሒዝኪ አንተተጠቂምክሉ ኣብ ዓብይ ደረጃ ኸምትበጽሒ ርግጸኛ ኢየ so ሕሰብሉ ኢኺ ኣነ ኻልኣይ ስደት ኣይመርጸልክን መዓረይ 🥹
@user-sm6bx5hn5i
@user-sm6bx5hn5i 2 күн бұрын
ሰሉየይ ፀጉሪ ምስራ ገባዝ ኢኪ ምሽ ዳሰብ ተቆፂርኪ 3ወርሒ ሰርሒ ካብኡ ዋለ ተለቂሕኪ ኣቁሕትኪ ገዚእኪ ስርሒ ፀላኢና ይሰደት ትሰብኣይኪ ከ ኣየሕዝነኪ ድዩ ብያንስ ስብኣይ ገዛ ክራይ ተከፍሉ እስኪ ኣስበዛ ትክእሊ ተሓጋጊዝኩም ሰርሑ ሰደት ክሳዕ ማዓዝ
@adyaboyoutube2481
@adyaboyoutube2481 2 күн бұрын
ሰላምይ ኣብ ዓዲኪ ኩኒ ድባይ ብማዕዶ እምበር ክትነብረላ ከባድ ዓዲ እያ ከመስለኪ ምምፃእ ትክእሊ ኢኪ ግን ቡዙሕ ነገር ከሓተኪ እዩ ሰለዚ ኣብ ዓዲኪ ምስ ሰብኣይኪ ኩኒ ተመስገን በሊ ❤❤
@WejeratAdey
@WejeratAdey 2 күн бұрын
ደምርኒ🎉🎉 ጀማሪት እየዋ🎉
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 2 күн бұрын
ደምርኒ ተገድሰኪ🙏
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 2 күн бұрын
​@WejeratAdey ገረልኪ ደምርኒ ተገድሰኪ🙏
@WejeratAdey
@WejeratAdey 2 күн бұрын
@@merhawitmuaz1619 ገብረኽለኽ ህያበይ
@BeliYouTube
@BeliYouTube 2 күн бұрын
ንዓይ እዉን ዝያዳይ ደምረኪ ኣለኹ​@@WejeratAdey
@user-kz6wm2xt5w
@user-kz6wm2xt5w Күн бұрын
ሰሉዋይ አብ ዓድኪ ስራሕ ጀሚሪ ዝሓፍተይ❤❤
@user-wz8xz7kn5n
@user-wz8xz7kn5n Күн бұрын
6ወርሒ 1ዓመት ተኮይንኪ ንባዕልክለ ፅቡቅ እዩ ናብራ ስደት ግን ክንዲ ዝመቸወ ይመቺካ ከም ዓድካ ዝጥዕም የለን ❤
@muleredagahmus1518
@muleredagahmus1518 Күн бұрын
ባች ተሰፈ ኣቁሪፅኪና ተመሪዕኪ ሓዳርኪ ገይርኪ ዉልድኩም. ለለ ናብ ሰደት ሕማቅ ሓዳር እንተሃልዪኪ ኣማራጭ እዪ ፅቡቅ ናብራ እንተሃልዪኪ ግን ደክነት ሓቢሩኩም ሰሪሕኩም ኣጥፈእዎ ተመሰገን በሉ ምሰ ጢዒና❤🎉
@rakihayley1929
@rakihayley1929 2 күн бұрын
ሰላም ተመስገን ምባል ዓቂባትኪ ኣላ ለሙዘበን ኣብ ትግራይ ዘይከኣልኩዩ ኣብ ሱዕዲ ዘይከኣልክዮ ኣብ ድባይ እማ ርድኡኒ ሓጉዝኒ ክትብሊ ኢኪ ተከይድኪ ሓደ ብወዲኪ ተማርር ኣለኪ ሓደ ሓደር ክንገብር ኢኪ ክትመክርና ዘለኪ እንበር ጭራሽ ኣብ ሓዳር ዘለኪ ኣይትመስሊይ ኣይ ሰላም ወዘንዘን ናፊቃትኪ ኣላ ይቱበር ኮይንኪስ ክንድፂ ተንፀርፅሪ ዝሮዝሮ ትዓፅይና ኣለኪ 🤔
@hgkodxzx1378
@hgkodxzx1378 2 күн бұрын
ምሕረት የውርደልኪ ሰሉ ❤
@user-bd2vs4mc9j
@user-bd2vs4mc9j 2 күн бұрын
ማዓረይ ዱባይ ቆላዓ ሒዝኪ እንዳ ስብ ክትሰርሒ ትኾይንኪ ከም ስዑዲ ኣይኮነን ዱባይ ክቢድ እዩ ነፍሰፁር ኮይንካ እኳ ኣይስራሓን ካብኡለ ብደገ ትኾይንክለ ቆላዓ ሒዝኪ ገዛኽራይ ኣሎ ምግቢ ኣሎ ከቢድ እዩ ገንዘብ ብጣዕሚ የድልየካ 😢ናይዚ ዓዲ ወረቀት ተሃሊኪ ክማሃር ይኽእል እዩ ግን ናይ ባስ ናይ መምሀሪ ናይ ገዛ ክራይ ገለታት በይንኺ ኣትኽእልዮን ማዓረይ ዱባይ ገንዘብን ፅቡቅ ስራሕ ሓጋዝን ሒዝካ እዩ ንዓኺ ንበይንኺ ክጎደአኪ እዩ 😢 ብልበለፀ ብዙሕ ዝፈልጡ ኣለው ምስኦም ተማኸሪ ❤
@GalRayaRayuma
@GalRayaRayuma 2 күн бұрын
@@user-bd2vs4mc9j ደምርኝ😍
@SmretTube
@SmretTube 2 күн бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ምቅርተይ
@GalRayaRayuma
@GalRayaRayuma 2 күн бұрын
@@SmretTube ደምርን ክምልስ ይአ ወለላይ😍
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 2 күн бұрын
ደምርኒ ተገድሰኪ🙏❤
@GalRayaRayuma
@GalRayaRayuma 2 күн бұрын
@@merhawitmuaz1619 ለማዕንቲ ትዳማርት ይአ ደምርን ኮሜ ኣቅምጥለይ ድሕር 24 ሳዓት ክምልሰልኽ ይአ ማዓረይ🥰
@user-lk9zd5sf7n
@user-lk9zd5sf7n Күн бұрын
Selam Haftey Betami Eye Zefeteweki Zeketeteleki ena Kemezi Anet Tesefa Zekurets Hasab Atemtsei
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 2 күн бұрын
ኣቲ ቆላዓ ዓድኺ ሰርሒ ተጠቀሚ ታይ እዩ ኻብ ስደት ናብ ስደት ኸ ለለ ዓዲኺ ቡዙሕ ስራሕ ናሃለየስ ዓድኻ ኸም ባዓልኻ ዝገበሪኻዮ እኻ ጠንኽሪኺ ተሰርሕኺ።😊
@user-vd2gw6vm9t
@user-vd2gw6vm9t Күн бұрын
አረ ሰላምዬ በይዛኽ ዓዲኻ ሖሸክሎ ብዘለክ ተመስገን በል😢
@user-qi2vk7wd3q
@user-qi2vk7wd3q 2 күн бұрын
አር ዓድኽ ሐሸክ ሰሉዋይይ❤❤❤❤
@alutigraweti6819
@alutigraweti6819 2 күн бұрын
ካቢድ ካቢድ በቃዋይ
@user-gi3gk9dd9y
@user-gi3gk9dd9y 2 күн бұрын
ዓለሞ ቦሻዕ😂 ❤ ስደት😢እነይ ኃልይ ብበይነን ሓሳበን❤❤❤
@hareyatbebe
@hareyatbebe 2 күн бұрын
አረ ል ሞራልና ሕሰቢ🥺 ሰሉ ተመስገን ኢልኪ ዓድኪ የሐሸኪ ካብ ስደት ምስ ስብኣይኪ ሓቢሩኩም ዕበዩ ልኮነ ስራሕ ጀምሪ❤️
@user-qk7xp9oe6b
@user-qk7xp9oe6b Күн бұрын
ተራእዩኒ ካ ዘን ኣብ ባንኪ ዘለዋ ገንዘበይ ወዲአ ቆላሕላሕ ክብል ኣይተፍርሕና ባ ሰሉየ😢
@melestsegay8807
@melestsegay8807 2 күн бұрын
ሰሉ ንስኪ ጠቅሊልኪ መናገድያ ን ስባይኪ ትህብዮ ስባይኪለ ሰሪሑ የብለዐኪ ንስኪ ደሓር ውለዲ
@selamselam9188
@selamselam9188 2 күн бұрын
የምር ፈሪሐ አነስ😢
@YoDaha
@YoDaha 2 күн бұрын
ኣጆኪ ሰላመይ ቱኣብ ገዛምዓል ልበዓሉ ዓብይ ጭንቂ እዩ እና ሂወት ከምኡ እያ መሊኡ ዘይመልአልካ ከቢድዩና ግን እግዚአብሔር ጥዕና ተሂቡካ ታማ ተመስገንዩ ዝያዳይ ፈፂሙ ምሕረት የውርደልኪ. ዝብለኪግና ወድኪ ትምህርቲ ተኣትዩ ዝኮነ ንኡሽተን ስራሕ ትሙኩሪ የሐሸኪ
@SmretTube
@SmretTube 2 күн бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ምቅርተይ
@zxzx6334
@zxzx6334 2 күн бұрын
ዋይ በጃኪ ዓድኪ ኩኒ 😢😢 ናዓና ተስፋ አይተቁርፅና በጃኪ ሓዳርኪ ከ ከመይ ክኮን ማለተይ እዩ እና ዓድኪ ኩኒ በጃኪ ዋይ😢❤❤
@GalRayaRayuma
@GalRayaRayuma 2 күн бұрын
@@zxzx6334 ብሓቂ🥺 ደምርን ክብረተይ😍
@tsegatsega238
@tsegatsega238 2 күн бұрын
ደምርኒ ዝያዳይ❤
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube 2 күн бұрын
ሓላልይ ሳብሰክራይ ግብረለይ❤❤❤
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube 2 күн бұрын
ሓላልይ ሳብሰክራይ ግበረለይ❤❤❤
@AzeAxum
@AzeAxum 2 күн бұрын
ዱባይ ቆላዓ ሕዝኪ ክከብደኪ እዩ ሰሉ ኣብስዑዲ ቆላዓ ሽርጣ ተሕዘምልኻ ንዓዲ እዮም ዝልእክዎ ኣብዱባይ ግን ብዘይወረቅየት ተረክበምኪ መንግስቲ እዩ ዝወስዶ ብዓይንና ንርኦ ኣለና 😢 ንዓበይቲ ጠይቅኪ ወስኒ።
@SmretTube
@SmretTube 2 күн бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ምቅርተይ
@tdfhoney9161
@tdfhoney9161 Күн бұрын
አጆኪ ሰሉዋይ ዓድኪ ይሕሸኪ ዛመዓረይ ሰደት ይአክል
@user-lp4zd3jg1u
@user-lp4zd3jg1u 2 күн бұрын
ኣይዞኺ ሰሉየ ዝያዳይ ኣምላኽ ይፈልጥ❤
@dhfhfgdgrr798
@dhfhfgdgrr798 Күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤ኣይ ዓድና ክንከድ ናበልና ስ ዓድኪ ኬድኪ ንስደት ክትብሊ ሰልዋይ በይዛኪ ዓድኪ ኩኒ ኣነስ ወደይ ናፊቀዬ ወለደይ ናፊቀ ❤❤❤❤❤❤ናየይ ነገር ንሱ ንከይድገም ናበልኩ ንሓመምኩ ኣብ ስደት እንየኩ ኣነስ ምንጫረይ ዋ ወደይ ናበልኩ ግን ተመስገን ልወደይ ምካን ስኣይስኣንኩን ንባዕለይ ኣይኮንኩን እምበይተመስገን❤❤❤❤
@user-zk6yr8pg9u
@user-zk6yr8pg9u 2 күн бұрын
ተመስግን ብሊ ሶሉተይ 🙏🥰
@TrhasBerhe-px9xw
@TrhasBerhe-px9xw 2 күн бұрын
አይትሰደዲ. በዘለኪ አመስግኒ.
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube 2 күн бұрын
ሓላልይ ሳብሰክራይብ ግብረለይ❤❤❤❤
@user-mg8yx9tu9z
@user-mg8yx9tu9z Күн бұрын
ግረለኪ ወለላይ ግብረለይ❤❤
@user-hh3ib9hj4x
@user-hh3ib9hj4x 2 күн бұрын
ዋይ ሰልየ በስማኣም በሊ ይቅረኪ ጋል ናይ ስቅ ኢልኪ ይጥዓምኪ ይክፈእኪ ሓደርኪ ግበሪ ዋ ክንዲ ተስፈ ትህብናስ ገይታይ ማዓረይ ኣረ በጃኪ ዓድካ እዩ ጥዑም እንታይ እዩ ካብ ስደት ናብ ስደት ተዲ ኣይስማዕ ኣሕዋታ እዉን ከይትሰድዋ ከመይ ገርኪ ክትጭኪኒ እቶም ኣሕዋትኪ ከ ጋለይ😢😢❤❤
@WejeratAdey
@WejeratAdey 2 күн бұрын
@@user-hh3ib9hj4x ደምርኒ🌿🙏ጀማሪት እየዋ
@BeliYouTube
@BeliYouTube 2 күн бұрын
ማዓረይ ሳብስክራይብ እባ ግበርለይ
@user-yy8gd5pi3u
@user-yy8gd5pi3u Күн бұрын
ዋይ በስማኣም ዛሰብ ግን ኩሉ ጊዘ ምስ ኣማረረት ታደዊኣ እንደይ ትጭነቅ ትከን 🥺
@gedu8644
@gedu8644 2 күн бұрын
ሰሉዋይ ተስፋ ኣየተቁርፅና ኣብ ሰደት ለለና😢❤
@GalRayaRayuma
@GalRayaRayuma 2 күн бұрын
@@gedu8644 ትኽክል🥺 ደምርን ክብረተይ😍
@tsegatsega238
@tsegatsega238 2 күн бұрын
ደምርኒ ማዓረይ❤
@tsegatdf6961
@tsegatdf6961 2 күн бұрын
ሰሉዋይ ዓድኪ ይሐሸኪ ኣጀኪ ጋልነይ ማዓረይ❤❤❤❤❤❤❤
@dfhf8186
@dfhf8186 2 күн бұрын
ዋይለል ሰደት ፈጣሪ ኣምላክ ኣሎ ማዓረይ ዓደኻ እዬ ጥዕም😢😢😢🤲
@user-eu1wf7pp6n
@user-eu1wf7pp6n 2 күн бұрын
ሰላምኪ ይብዛሕ ሰሉዬ ከምዝመስለኒ ዱባይ ይኩን ኤሜሪካ ካልኦትን ዓድታት ከምቲ ንፅበዮ ኩሉ ምሉእ ኣይኮነን ስደት ስደት እዩ።ደሓር ከዓ ከምታ ወፂኪ ዝረአክያ 24 ሰዓት ተደፊእካ ሰሪሕካ እዩ ለውጢ ዝመፅእ:ልክዕ ከምኡ አብ ዓድኪ ወጢርኪ ዓመት ወላ ይኩን ስራሕ ጀምሪ እሞ ትርኢዮ እንበር ምንም ከይሞከርካ ስደት ክከድ እየ ፅቡቅ ኣይኮነን:ንሓደርኪ እውን ሕሰብሉ።ይርደኣኒ እዩ ብዙሕ ነገር ተሸኪምኪ ከም ትጓዓዚለኪ ግን ነገራት ከምቲ ሐዚ ዘለውዎ ኣይክቅፅልን ዝከውን እሞ ተረጋግዒ ዛንበይተይ🙏ካብኡ ከዓ ሰሉዬ ዩቱብኪ ፅቡቅ ተከታሊ አለዎሞ አብ ሰሙን ክልተግዜ ድዩ ሓደ ግዜ ዝኮነ ቀዋሚ ዝኮነ ፕሮግራም ስርሕሎ ፖድካስት ይኩን ወይ ካሊእ መሪፅኪ ስርሕሉ።አነ ቡዙሓት ይቱበራት ይፈልጥ እዬ ስረሐይ ኢሎም ሒዞም ዝተቀየርሉ እና ተጠቀምሉ ሰሉዬ።ብዙሕ ምፅሓፍ እንኳን አይፎትን ነይረ ግን ክወፅእ እዬ ምስ በልኪ ተሰሚዑኒ እና ኣጆኪ መዓረይ እግዛብሄር አምላከ ናይ ውሽጥኪ ሰላም ይሃብኪ❤😘 ደሓር ከዓ አነ እውን ክመፅእ እየ አብ ቀረባሞ ሓቢርና ናተማከርና ክንዓቢ ኢና እመንኒ ፅንሕኒ ጥራሕ ትብል😀😂
@Wojhd
@Wojhd 2 күн бұрын
ተማልእኒ አዳመይ❤❤
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 2 күн бұрын
​@@Wojhdደምርኒ❤🙏
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 2 күн бұрын
@@user-eu1wf7pp6n ደምርኒ ተገድሰኪ ማዓረይ🙏❤
@brhanmauz6065
@brhanmauz6065 2 күн бұрын
ስላም ስሉየይ ከመይ ኣለኪ እረ ስሉየይ እብ ዓደኪ ይሕሽኪ ንመንታይ ትልክንሲ እብ ስደት ኩሉ ግዜ ከረተት እዩ ለዉጢ ይብሉን እብ ዓደኪ ዘክነ ስራሕ እዉፅኢ ስሉየይ ጥዕና እንትሎ ኩሉ ይረክባ እዩ እና ትረጋጊዒኪ እብ ዓደኪ ይሕሽኪ ስሉየይ ኣጀኪ ዘሓፍተይ ኩሉ ሓላፉይ እዩ ዘይ ሓልፉ የለን ዋ ሙሉእ ምሕረት ይዉረድልኪ ዝሓፍትይ ኩቡራት ናይ ስሉ ትካታትልቲ ሳክስራይፕ ገብሩልይ በስም ስሉየይ❤👏
@zengisbagds4223
@zengisbagds4223 2 күн бұрын
ፈጣሪ ጥዕናኪ ይመልሰልኪ ዛሓፍተይ
@Mizan3091
@Mizan3091 2 күн бұрын
ደምርኒ ማሬ❤
@user-wf4hj6qs5o
@user-wf4hj6qs5o Күн бұрын
ዓዲኪ የሐሸኪ ትብላ በዚሕክን ንሮ ውድነት ቀውጢ እያ እኒሃ ዓዲ ሓቃ እያሰሉ ከመይ ኢሉ ከምዝነብር ዘሎ እትህዝቢ ይገርም እዩ😢 ኣነውን ምውፀአይ ንሰደት ያሓስብ ኣለኩ ሰሉ ዓይነይ ከይተዳከምኪ ከለኪ ውፂ ካብዚ ዓዲ ኣታን ክትኣትዋ ታሓስባ ዘለክን ናዓዲ ፅናሓ ኣብዘለክነኦ
@Sushsgshsh
@Sushsgshsh 2 күн бұрын
ዋዉዉዉ ሰሉ ሹኮር ቀደመይቲ ባዓለይ❤❤❤
@GalRayaRayuma
@GalRayaRayuma 2 күн бұрын
ደምርን😍
@user-cy4ex7yn6e
@user-cy4ex7yn6e 10 сағат бұрын
ሰሉዋይ ዓድኪ ስርሒ ምስ ስብኣይኪ ቆንጆ ቆንጆ ቪድዮ ስርሒ ስደት ዓይኑ ይጥፋእ ካብ ስደት ናብ ስደት
@user-rg7bw1kq6x
@user-rg7bw1kq6x 2 күн бұрын
አዝከ ዝሐፈትይ ❤❤❤
@user-hu6vd9cf3e
@user-hu6vd9cf3e 2 күн бұрын
ዋይ ፀላአይና ሰደት ይኹን ዓድኺ ሐሸኪ ጓልነይ❤❤
@Mizan3091
@Mizan3091 2 күн бұрын
ደምርኒ ውዴ❤
@user-dc4xt2op8k
@user-dc4xt2op8k 2 күн бұрын
ዓድኺ ይሕሸኪ እዛ ዓለም ዕጋበት የብላን ኩሉ ሓደ ዩ ሰሉ ሓፍተይ ተመስገን በሊ
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 2 күн бұрын
@@user-dc4xt2op8k ደምርኒ ተገድሰኪ🙏❤
@selammekonen1792
@selammekonen1792 2 күн бұрын
😢😢😢😢😢😢😢 እረ አነስ ፈርሕ 14 አመት ገይረ አብ ስደት ግን አደይ ክአቱ ደስ ይብለኒ ግን ፈርሕ እፍፍፍፍፍፍ ደክመ አይ ክአልክን😢😢😢😢😢😢😢
@Abi-bj8qv
@Abi-bj8qv 2 күн бұрын
ካልአይተይ😢
@RahelDesta-kx7wl
@RahelDesta-kx7wl Күн бұрын
ሱቅ አለ ክረኪ ከለኩስ ብዙሕ ሓሳብ ትሓስቢ ትጫናነቂ ይመስለኒ አና ዛሓፍተይ መጀመርያ ብጣዕቢ ተራጋጊኪ ንባዕልኪ ኣዳምጺ ካቡኡ ቀስ ብቀስ ኩሉ ናበርሀ ክመጸልኪ አዩ ማዓረይ ግን ስደት ኣብሊኪ ከይትከዲ ካብ አድካ ናብ ኣፍካ ተረኪብካስ ባኡ ኣቡሉ አዩ ሂወት ዝጅምር አና ተመስገን አናበልኪ ዓዲኪ ይሕሸኪ ሰላመይ 🙏❤
@titi7083
@titi7083 Күн бұрын
አረ ቤዛኺ ተመስገን በሊ ስደት ሕልፈት የብሉይዋ ዓድኺ ይሐሸኪ😌😌
@user-ui7ye3ep8w
@user-ui7ye3ep8w 12 сағат бұрын
ኣረ በጃኪ ተመስገን በሊ 10 ዓመት ስሪሒኪ ትርጉም ዘይ ብሉስ መሊስኪ ናብ ስደት ኣረ ስደት ኣይጣዓመክን ዓድኪ መኩሪ
@SelamTekle-uk8kq
@SelamTekle-uk8kq 2 күн бұрын
ሰላምምምም የእቲኪ ሰሉየይ ግን ሰደት ጥዑም ከይመስለኪ ዓደካ እዩ ልጥዐም ልኮንካ ክትኮን ስባአይክን ክብርክን ሒዝኪ ሓሚቅኪ ምስ ፈቅርኪ ዓድኪ ሰሉየይ ሳብስክራይብ ግበሩለይ ደቂ ዓደይ❤❤❤❤❤
@GalRayaRayuma
@GalRayaRayuma 2 күн бұрын
ደምርን😍
@SelamTekle-uk8kq
@SelamTekle-uk8kq 2 күн бұрын
@@GalRayaRayuma ስለ ልድምረ ዘለኹ ደምርኒ አብ ናተይ ከይድኺ ኮሞንት አቅምጥለይ ፀባሕ ክምልሰልኪ እየ ማዓርይ
@GalRayaRayuma
@GalRayaRayuma 2 күн бұрын
@@SelamTekle-uk8kq እሽን ክብረተይ🥰
@hewan5196
@hewan5196 2 күн бұрын
ተመስገን ብሊ ሰሉዋይ ኣብ ተመስገን ዕግበት ኣሎ ❤
@salam6320
@salam6320 2 күн бұрын
ሰሉዋኒ ዓድኪ ይሐሸኪ ወለላይ❤
@GrmawitGrmawit
@GrmawitGrmawit 2 күн бұрын
ዋይ በይዛኺ ዓድኺ ይሕሽኪ ንሕና ንኣቲ ሓስብ ዝለና ተስፋ ኣይትቁርፅና ባእ😢
@SmretTube
@SmretTube 2 күн бұрын
ሳብስክራይብ ግበርን ይ ምቅርተይ
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 2 күн бұрын
ደምርኒ ተገድሰኪ🙏😍
@SmretTube
@SmretTube 2 күн бұрын
@@merhawitmuaz1619 ገይረልኪ እየ ምቅርተይ
@user-wf4hj6qs5o
@user-wf4hj6qs5o Күн бұрын
ፅናሓ
@user-kj9yz9gj8i
@user-kj9yz9gj8i 2 күн бұрын
ሰላምየ ዓለም መልአ አይትመልእን ብዘለኪ ተመስገን እልኺ ከም ሃገርኺ ዓድኺ ንበር
@akezaakeza6109
@akezaakeza6109 2 күн бұрын
ጠንሰ ደይበልክይ
@RakiLove-ll5qt
@RakiLove-ll5qt 2 күн бұрын
ኣጆኪ ሰልዋይ❤
@user-uq9th3to6o
@user-uq9th3to6o Күн бұрын
ኩሉ ምስ ተመስገን እኹል እዩ ሰራሕተኛ ገይርኺ አብ ዓድኺ ምስራሕ ትኽእሊ ኢኺ ሰሉዋይ
@user-jn9co1xl2m
@user-jn9co1xl2m Күн бұрын
በስመአብ ኣትዮ ሓፍተይ ታይ ዳነይ ስደት ዋላ ይሕመቅካ ይጸብቅካ ዓድካ እዩ ጽብቅ ስደት ዘለና እኮ ናጽለአናስ 😢
@lilihafithalofom270
@lilihafithalofom270 2 күн бұрын
ስደት ሰደት እዩ ሰደት ይትረፊክ😢🙏ዓድኽ ስርሕ🙏ስብኣይክኸ ብኸመይ ትገድፊዮ
@AdoEilyam214
@AdoEilyam214 2 күн бұрын
በይንኪ እትሽፍንዮ ኮ መሲሉ ዝሓዳርኪ ንባዓል ቤትክውን ኣብ ግምት ኣእቲኪ ተዛረቢ ሽኮሪና ካብኡውን ምስጋና በረከት የምፅእእዩ ተመስገን በሊ።
@rimon1238
@rimon1238 2 күн бұрын
እዋይ ሳለመይ ኣስበዛ ብጣዕሚ ከቢሩ
@dagmewitselemon8197
@dagmewitselemon8197 2 күн бұрын
10ዓመት ሰርሕኪ ለወጠ ዝበሎስ ቆልዓ ሕዘካ እሞ ዳባይ
@mulumulu1654
@mulumulu1654 2 күн бұрын
ትክክል ኢኪ ሰላምዬ ንሮ ዋላ ይክበድ ወዲኪ አምህሪ ወዲኪ ምሳኪ ተሸጊርኪ አዕቢዪ ሰብ እንታይ ይምልከቶ ካብዙሕ ሰብ ዝተፈላለዩ ሓሳባት ኢኪ ትሰምዒ ንዓኪ ዘዋፀኤኪ ባዕልኪ ወሲኒ ❤
@kkkkk9764
@kkkkk9764 2 күн бұрын
ዋይ ሰልዋይ ስደት ኣድኪምና ዓድና ክንመፅእ እናበልናስ ዳግማይ ንስደት ተመኒኪ ዓድኪ ኩኒ ዝሓፍተይ🥺🙏
@BeliYouTube
@BeliYouTube 2 күн бұрын
ሳብስክራይብ እባ ግበርለይ
@user-lt5oc6fs4h
@user-lt5oc6fs4h 2 күн бұрын
ኩሉ ተመስገን እሉ አዩ ዝኸይድ ዘሎ ተመስገን በሊ ካባኺ ዝገደደ ኣሎ እንታይ ኣምፀኦ ቆልዓ ሕስካ ስደት ፀላእና ስደት ኣነስ እምበር ስልችው እልኒ 😢
@SmretTube
@SmretTube 2 күн бұрын
ሳብስክራይ ግበርለይ ምቅርተይ
@user-hu6vd9cf3e
@user-hu6vd9cf3e 2 күн бұрын
አነሰ ካልአይ ኮሞይንት ፂሐፈ ይቅርታ ግን ደቅ መዳመይ አዚአ አያ ተፍረሐናላ ካበዚ ሸኩልና ነኸደ ዳሕር ተመለስኻ ንሰደት ካብ ሰላም ሓፈተና ንማሃር❤❤
@user-wt5gh5ub2l
@user-wt5gh5ub2l 2 күн бұрын
ሓዳርኪ ከ ሰላመይ ማዓረይ ❤
@SmretSmret-in4ot
@SmretSmret-in4ot Күн бұрын
ዋይ ሰሉየ መን ከም ዓድካ ዓድኪ የሐሸኪ ዝያዳይ❤
@NebiKahsay
@NebiKahsay 2 күн бұрын
አጆኪ አውፅእዮ ፀጊምና በሊ ዋ ዓድካ ጥዑም እንድዮ ግን ናብራ ከቢዱ ሸግራት በዚሑ ሰሪሕካ ለውጢ የለን
@aataat1524
@aataat1524 2 күн бұрын
ካብሰደት ማዓዝዐክንምለስ ናበልናስ ሰሉዋይ😢
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 2 күн бұрын
ደምርኒ ተገድሰኪ❤
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube 2 күн бұрын
ሓላልይ ሳብሰክራይብ ግብረለይ❤❤❤
@user-ih3fz2li8d
@user-ih3fz2li8d 2 күн бұрын
❤❤❤❤❤
@Wojhd
@Wojhd 2 күн бұрын
ሰሉዋይ ማዓረይ ካቭ ስደት ማዓዝዐኽምለስ ናቨልናስ ❤😂
@user-qk1ji8zw9w
@user-qk1ji8zw9w Күн бұрын
ኣጀኪ ሰሊተይ❤
@tekletekle8440
@tekletekle8440 Күн бұрын
ዎይ ሰሉዎይ ይቅረይኺ ስደት ዓደኺ ኮንኪ ዉለዲ❤❤❤❤
Haha😂 Power💪 #trending #funny #viral #shorts
00:18
Reaction Station TV
Рет қаралды 16 МЛН
መርዓ ኣብ ዓድና ክንደይ ከ ደስ ይብል
3:47
ደቀይ #ዶክተር  #መምህር  #ድያቆን ነይሮም ኩሎም ዓቢዶሙኒ
15:59
Gedam media- ገዳም ሚድያ
Рет қаралды 23 М.