No video

ደረቐኛ ሕቶታት ንስነ ጥበባዊት ዊንታ መኮነን Part-1 Interview Artist winta Mekonen Bei hanibal tedros 2021

  Рет қаралды 332,070

MEGARYA Entertainment

MEGARYA Entertainment

Күн бұрын

#Eritreanmusic #Eritreanmovie #MEGARYA
ደረቐኛ ሕቶታት ንስነ ጥበባዊት ዊንታ መኮነን Part-1 Interview Artist winta Mekonen Bei hanibal tedros 2021
Enjoy and Subscribe now / @megaryaentertainment at MEGARYA Entertainment . "MEGARYA Entertainment" brings New Eritrean entertainment comedies, "New Eritrean Drama","Interview Famous"New Eritrean movie", "New Eritrean film" and "New Eritrean music" video clips for you. Enjoy!
All "Eritrean music", "Eritrean movie", "Eritrean film", "Eritrean comedy" Interview Famous" are shared here.
℗ © ሰላም ነዚ ቪድዮ ካብዚ ዳውንሎድ ምግባር ን ኣርቲስ ብዙሕ ጉድኣት ስለ ዘለዎ ብክብረትኩም ካብዚ ቻነል ንዝኾነ ቪዲዮ ዳውንሎድ ምግባርን ምዝርጋሕን ኩልኩል እዩ።

Пікірлер: 1 500
@eyeruabrha993
@eyeruabrha993 3 жыл бұрын
ኣነስ ከመንት ምስንበቡኩ ተሓጊሰ ማዓረክንደይ ኣብ ሃይማኖትና ዘለና ኣክብረት ኩሉ ኣብ ትሕቲ ሃይማኖት እዩ እሞ ብብዘለኩሞ ኣምላክ ይሓሊኩም ዊንታ ሓፍትና ካኣ ማዓተብ ገይርኪ ክትመፅና ተስፋ ንገብር ሓፍትኩም ካብ ትግራይ
@fievenkesete3152
@fievenkesete3152 3 жыл бұрын
Nay bhaqi haftey natey
@liyamihtsun3192
@liyamihtsun3192 3 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ሓፍተይ እንጌራ ዝጊ ብልዒ👏👏👏
@solomonhadera4386
@solomonhadera4386 3 жыл бұрын
ዊንታ ሓብተይ እግዚኣብሄር ይምሓርኪ ይምሓረና ንኩልና "እምነት ብዘይ ግብሪ ከንቱ እያ"
@keytshakelibelwa5737
@keytshakelibelwa5737 3 жыл бұрын
Nay bhaki yeamn eye tray tbl
@user-of3or2vg1c
@user-of3or2vg1c 3 жыл бұрын
ሓቂ ናይ ብሓቂ እቲ ቅዱስ ቃል ወን ከምኡ እዩ ዝብል 👏👏
@fkrieyuemnetay9015
@fkrieyuemnetay9015 3 жыл бұрын
Nzy bhaki bro
@dhhdh9651
@dhhdh9651 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ
@user-sy9wq7bd1t
@user-sy9wq7bd1t 3 жыл бұрын
መስቀል ንምንታይ ኢና ንገብሮ ምውካል መስቀል ሓይልና መስቀል ጽንዓትን ምስ ናይ ይቅረታ 🙏🙏🙏
@user-ui6pd3yc3o
@user-ui6pd3yc3o 2 жыл бұрын
🥰🥰✝️
@berbere4478
@berbere4478 3 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ደረቕ ሕቶ ዝድነቕ ሕቶታት ኢዩ: ዊንታ ጽቡቕ ተኸዲና ደስ ኢሉኒ
@user-hr6du3dg1f
@user-hr6du3dg1f 3 жыл бұрын
ዊንታ ኣነ ዝገርመኒ ናይዛ ማዕተብ ሃደ ሞስሊም እኮ ማዕተብ ስለ ዝገበርኪ ኣይ ጸልኣኪ ኣይ ፈትወኪ ጥቅሚ ማዕተብ ፍለቲ
@oldman1135
@oldman1135 3 жыл бұрын
Gerimuni wala niay haymanotn sine tibebn ayfelaleyeton netom aslam tekeymom mesiluwa maiteb tegera kkk
@dc8625
@dc8625 3 жыл бұрын
👌👌👌👌🙏
@emteemte3985
@emteemte3985 3 жыл бұрын
kabatoms felitna elom eyom .aslamay kofya wey jelebya geru chr8stian kea maetebu geru film enteserihom entay eyu ety xegem wey bkemey eyom hsymanot aynflen zblu.aynfelalen ktbl entekoinkas nabnet ane cristian koine derasi entekoine netom muslin bsenki jaymanotom kab msrah kiklklom yebleyn ezi eyu zeymfllay .
@user-of3or2vg1c
@user-of3or2vg1c 3 жыл бұрын
Abey elkayo hayli nay meskil mejemra Filto ok do
@user-of3or2vg1c
@user-of3or2vg1c 3 жыл бұрын
👏👏👏👏
@user-ux8zq5tb8s
@user-ux8zq5tb8s 3 жыл бұрын
ዊንቲ ንፍዕቲ ኣርቲስት እንዲኪ ፡ ብዛዕባ ማዕተብ ግን ቅብልቲ ኣይኮነትን ምክንያቱ ምስ ድላይኪ ሃይማኖት ተጻወቲ ሰሓቂ ግን ኩሉ ትሕቲ ሃይማኖትኪ እዩ ክከውን ዘለዎ።
@melatghergish3837
@melatghergish3837 3 жыл бұрын
Hakka xbuk aleka👏👏💜🧡💚
@user-pt7ng2ui7f
@user-pt7ng2ui7f 3 жыл бұрын
Ja nay bhaqi ዊንቲየ በዚ ኣጋጣሚ ብጣዕሚ ኢየ ዝፈትዋን ዘድንቃን ኣብዛ ብዛዕባ ናይ ማዕተብ ዝመለሰታ ግን ብጣዕሚ ብጣዕሚ ማለት'ዩ ሓሲባ ኣይኮነትን መሊሳታ ምክኒያቱ ሃይማኖት ናይ ገድልካ ኢዩ ኣብ ፊልም ይኩን ኣብ ገለ ዝክልክለካ የለን ኣብ ዝኮነ ይኩን። 1)ኣነ ንዊንታ ክሓታ ምደለኩ ተገዲስካ ሕተተለይ ሃኒባል ሓወይ ማዕተብ እንታይ ማለት'ዩ ስለምንታይ ከ ማዕተብ ኣብ ክሳድና ንገብር? በጃካ ተገዲስካ ኣብ ዝቅጽል ኢንተርቪው ሕተተለይ ብጣዕሚ እዛ ዝመለሰታ ኣይዕገበትንን🙏💒👈 በዚ ኣጋጣሚ ግን ኣቅሪበ ኢየ ዝሓታ ዘለኩ ብጣዕሚ ዝፈትዋን ዘክብራን ስነጥበባዊት ኢያ ዊንቲየ ሽኮር I love you morrrrr ❤❤❤❤❤❤ኣጆኪ በርቲዒ & ወላ ሃኒየ ሽኮርርርር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ 🙏❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-ky1ed4dh2k
@user-ky1ed4dh2k 3 жыл бұрын
ለባመይ
@galtgray7198
@galtgray7198 3 жыл бұрын
ብትክክል
@aloninatey3536
@aloninatey3536 3 жыл бұрын
@@user-pt7ng2ui7f ካብ ንዓኣ ትሓታ ደኣ ባዕልካ ብዛዕብኡ ዘይትነግራ ።
@mariamdngl-d8i
@mariamdngl-d8i 3 жыл бұрын
ብጣዕሚ ተሓጒሰ ተዋህዶ ብምዃንኪ፡ ድንግል ማርያም ምሳኺ ትኹን፡ መድኃኔ ኣለም መንገዲ የማን ይምርሓኺ። ግን ከኣ ማዕተብኪ ኣብ ዝኾነ እዋን ብዝኾነ ኣጋጣሚ ክወጽእ ኣይግባእን ዩ፡ ካብታ ዝተጠመቕክላ መዓልቲ ንድሓር ካህን ስለ ዝኣሰረልኪ ባዕልኺ ክተውጽእዮ ኣይፍቀድን ዩ። ካልእ ምሳሌ ከምጽኣልኪ፡ ከምቲ ክሳድካ እንተ ተቖሪጽካ ሂወትካ ዘየለ፡ ማዕተብና ኸኣ ኣርማናን መድሓኒናን ዩ ሞ ወደሓንኪ እሺ ።
@senaitbelay2477
@senaitbelay2477 3 жыл бұрын
You’re right
@user-of3or2vg1c
@user-of3or2vg1c 3 жыл бұрын
ዊንታ ምጭውቲ ማዕተብ ድኣ ገብረ ምክንያቱ ንስ እዩ’ሞ ሓያልና ስለዚ ገብረ ነዙይ ክትገብር እግዝኣብሄር ኣምላኽ ይሓግዝኪ ሓብተይ ናተይ ጽብቕቲ ፍጥረት 👏👏❤❤
@weditekliyeseritreawi3343
@weditekliyeseritreawi3343 3 жыл бұрын
ዊንታ ንፍዕቲ ኣርቲስት ኢኺ ፡ግን ብዛዕባ ማዕተብ ጌጋ ኣረዳድኣ ሒስኪ ኣለኺ ሃይማኖት ካልእ እዩ ስነ ጥበብ ካልእ እዩ ባዋጋ እምነትካ ዝመጽእ ፍቕሪ ብናተይ ሪኢቶ ኖ ኖኖ !
@user-kd4tm4ln4z
@user-kd4tm4ln4z 3 жыл бұрын
ብሓቂ መፂእካ ማዕተብ መለለይ መንነትና እዩ ካብ ኣህዛብ ዝፈለየና ማዕተብና ሰለ ዝኮነ ኣብ ዝኮነ ቦታ ማዕተብ ክብተክ የብሉን ማዕተብ እንድሕር ዝብተክ ዳኣ ልምንታይ ካብ ህፃነነትና ምእሳር ኣድለየ ከም ክብሪ ንስሙ ይኩን ጎይታና መድሃኒን እየስሱ ክርስቶስ ዝበሎ ክስዕበኒ ዝደለየ መስቀሉ ሒዙ ይስዓበኒ ይብለና ሰለዚ መዕተብ ዝኮነ ታኣምር ክብተክ የብሉን
@solianabrhane8417
@solianabrhane8417 3 жыл бұрын
@@user-kd4tm4ln4z btkkl bhaki ab adi aslam konna kni aybeteknayon krayasya yreya eyu embeytey wintu
@mulugetagere6391
@mulugetagere6391 3 жыл бұрын
1.mejemerta haymanot eyu zkebr ember sne tbeb aykonen . 2.maeteb mgbar zklkleki mknyat ente zeyele ktgebri neruki eti aslamn Christian zbelkyo kea kulom maeteb ygebru eyom aslam ente konu wn mejemerta haymanoto eyom zseru ezi natki snfna eyu. seb nkulu alem yeheguisu nebsu ente tefet entay rebhu eyu zbl qal amlak.
@user-fi9pl4mm4q
@user-fi9pl4mm4q 3 жыл бұрын
ብሓቂ እቲ ማዕተብ እኮ ሞሲሊም ማዕተብ ምግባርና ኣይፀልእዎን እዮም ካብኡ ካኣስ ልቢ እምበር ማዕተብ ኣይገድስን ዝብል ኣበሃህላ ናይ መናፍቃን እዩ ልብኺ እንድሕር ኣሚንሉን ኣኽቢርክዩን ኣብ ክሳድኪ ምእሳር ስክፍታ ኣይፈጥረልክን ዊንቲ ሽኮር
@alemtesfalidet7565
@alemtesfalidet7565 3 жыл бұрын
Yes
@kasaaskkil9091
@kasaaskkil9091 3 жыл бұрын
ዌንቲ ሓፍተይ እቲ ዝገብርኪዪ ብጣዕሚ ጽቡቅ ኣምላክ ዘይ ውዳእ የትሕዝኪ ቀጽልዮ እንተ ናይ ሰብ ከምኡ እዮ ።ቢዛዕባ ማዕተብ እሞ መልሲ ኣይ ኮነትን ኣብ ልበይ ኣይ ብሃልን ዌንቱ ማዕለብኪ ግበሪ ዚ ሓብተይ ካብ ማዕተበይ ዘውጽእ ኪሳደይ ቲበተኽ በሊ ዌንቱ ኪትርእይስ ተስፋ ይገጋብር
@selamtesfahiwet8325
@selamtesfahiwet8325 3 жыл бұрын
Orthodox akrerti,
@btswwhjin6437
@btswwhjin6437 3 жыл бұрын
Ewe xegem alo dyu ezi Ms akrertnet zquxer ente koynu delayki quxeryo nhna hawna enda tefie suq aynblin ena nseb mkero mkro ente zey koynu mekara ymkero tebahilu eyu Fetarina fqru bgbri eyu gelixulna neti medhanina zteseqlelu meskel mskamna kbret eyu meskel geyrka haymanotat keytfelali zbil gin metaleli melsi eyu kulu ninebsa eya tgbero aytgbero
@yibrahgebre4895
@yibrahgebre4895 3 жыл бұрын
@@selamtesfahiwet8325 nhna akrerti zeykona amenti nhaymanotna wn tetabekti ena kemakum tetaraterti menafkan aykonnan amlak nab lbkum ymleskum
@almazmedhanye9481
@almazmedhanye9481 3 жыл бұрын
Now you looking good you dress very well keep going
@nanna9497
@nanna9497 3 жыл бұрын
ዮሃንስ 14 (John) 6፤ የሱስ ከኣ፥ መገድን ሓቅን ህይወትን ኣነ እየ። ብዘይ ብኣይ ሓደ እኳ ናብ ኣቦ ዚመጽእ የልቦን።
@genet77
@genet77 3 жыл бұрын
Right ✅
@foreverforever4237
@foreverforever4237 3 жыл бұрын
Ya brgx
@zeyared-3898
@zeyared-3898 2 жыл бұрын
ስለዚ እንታይ ማለትካ ኢኻ?
@selameyob9401
@selameyob9401 3 жыл бұрын
ሓታታይ ጌጋ ፈጣሪ ክትከውን ኣይትክእልን እያ መልሲ ከኣ ፈጣሪ ክትኮኒ ኣይክእልን እየ ክትብ ኔርዋ እሳ ዝበለቶ ግን ክንደይ እኳ ዘይገበረልና ኣምላክና እታ ሕቶ ጌጋ ኣላታ ትተኣረም 🙏 ካልእ ጽብቅ ፕሮግራም ሃኒባል 💞💞💞🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ዊንታ ከኣ ኣጆኪ ንፍዕቲ ቀጽልዬ 💞💞💞🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@emteemte3985
@emteemte3985 3 жыл бұрын
yigerm eyu ko seb koinom zeykealuwos fetari yblu wekaru
@kiebrontube.2344
@kiebrontube.2344 3 жыл бұрын
ዊንታ ኩሉ መደብኪ ጽቡቅ ዩ ግን ኣብ ዛ ናይ ማዕተብ ግን ጌጋ ሪዲኢት ኣለኪ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ተኮንኪ ግድን ማዕተብ ክትገብሪ ኣለኪ።
@selamtesfahiwet8325
@selamtesfahiwet8325 3 жыл бұрын
Orthodox akrerti aytkunu
@yibrahgebre4895
@yibrahgebre4895 3 жыл бұрын
@@selamtesfahiwet8325 entay ymlketeki welfas bente
@believeinyourself8880
@believeinyourself8880 3 жыл бұрын
@@selamtesfahiwet8325 mikirar aykonen nusu eu tehaqi felaliyo mejemerta
@asmeretberaki300
@asmeretberaki300 3 жыл бұрын
Ya kale hiwet yesmlna ab tewhado Gidin eu maeteb +++
@dyakontekle1607
@dyakontekle1607 3 жыл бұрын
@@selamtesfahiwet8325 ከመይ ኣክረርቲ ማለት ከ
@erisun1278
@erisun1278 3 жыл бұрын
ኣብዚ ናይ ማዕተብ ሲ ኣይተገደስኩን ዘይትብሊ ኣቲ ዊንታና ሃይማኖት ክንፈሊ ኣይንደልን ሃይማኖት ከይፈሊ ዶ ሞስሊም ማዕተብ የኣስሩ ዮም በጃኩም እዚ ሙስሉይነት ይትረፈና አእምነትና ኣጽኒዕና ንከባበር
@tirhasmosolon9852
@tirhasmosolon9852 3 жыл бұрын
💋💋💋💋💋💋❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@fetawiadiau8429
@fetawiadiau8429 3 жыл бұрын
Kemau zey kone nebsi xin elika zey tsemae abi xerfi teatu kefau
@erisun1278
@erisun1278 3 жыл бұрын
@@fetawiadiau8429 ጃና ስለ ድሰማዕኩ የ ኳ ሪኢቶ ሂበ
@mariamdngl-d8i
@mariamdngl-d8i 3 жыл бұрын
@@fetawiadiau8429 ድሁል ከይሰመዐ ዶ ጽሒፍዎ እዩ፡ ንስኻ ደኣ ጽቡቕ ጌርካ ስምዓያ፡
@delaytlove8297
@delaytlove8297 3 жыл бұрын
Bravo
@GhGh-wg4tg
@GhGh-wg4tg 3 жыл бұрын
ብፈጣሪኻ ቀልዲ የለን እምነት ዶ ዋላስ Movie ይዓቢኪ እቲ ቅድሚ ዝኾነ ይኹን ክንሪኦ ዘለና ሃይማኖትና እዩ ሶ ዝሓስብ ሓንጎል ይዓድልኪ ፈጣሪ🙏
@user-rj9fw5cz7q
@user-rj9fw5cz7q 3 жыл бұрын
ዊንታ ♥️♥️♥️♥️ኣምላክ ከምታ ግርህነትኪ ይራኢልኪ አንብር ይሕዋትኪ ብ ስንኪ አምኖቶም ከም ዝተሰይፉ ትፈልጢ ኢኪ ፥፥ ማዕተብ ካኣ ትርግሙ ትፈልትዮ ኢኪ ፥፥ ስልዚ ንጀራ ክትብሊ ማዕተብኪ ክትፈትሒ ዘይ ኮነስ ክስየፊ ኢዩ ዘልኪ ምእንቲ አምነትኪ፥ ኣምላክ ምሳኪ ይኩን፥፥und እግዚኣብሔር ከም ሰብ ኣይኮነን ቤትና ከኣ ሰማያት እንበር ኣብዛ ምድሪ ኣይኮነን ።ናይ 2 ሰዓት ፈጣሪ ናይ ሙካን ዝበልክዮ .እቲ ንስኪ ደንጊጸ ኢልኪ ዘምጻእክዮ ዘረባ እግዚአብሔር ተሓቢእዎ ማለት ኣይኮነን ።በጃኩም ከምዚ ዓይነት ሕቶታት ይትረፍ.....ኣብዛ ምድሪ ዘሎ ንሕተት ..... እግዚአብሔር ሃገርና ይባርክ ደቂ ኤረይ።
@wedimazu6092
@wedimazu6092 3 жыл бұрын
ኣድነቅቲ ዊንታ ኣሎኹም ዶ #Like 👇
@user-of3or2vg1c
@user-of3or2vg1c 3 жыл бұрын
Yes Alina
@gereGebrehiwet
@gereGebrehiwet 3 жыл бұрын
ኣድናቒኣ እንፍየ ኔረ ግን ዓፈና ትዕፍን ኮይና ጸሊኤያ
@amlu1610
@amlu1610 3 жыл бұрын
ኣየ ኤርትራውነት ባህልካን ሃይማነትካን ምክባር ንካልእ ሃይማኖትን ክብርን ዘነኣእስ ዩ ዝመስለና ስለዚ ካልእ ምክኒት ደኣ ድለዩ እምበር እዚኣስ ኣይዘረባን ድሓር ከኣ ማዕተብ ገርኪ ኢሉ ዝኩሪ ሰብ ወይ ክብሩ ዝተተንከፈ ዝመስሎ እንተሃልዩ ገመድ ይስቀል
@Adulisawi
@Adulisawi 3 жыл бұрын
Asmirela aleku
@kemaqmeyyubahgeykiki616
@kemaqmeyyubahgeykiki616 3 жыл бұрын
Nay bhaqi bimaeteb zizareb telyu gemed yisqel
@erikitchen9502
@erikitchen9502 3 жыл бұрын
Hakika aleka bhaymanotka zmexi zkone ykun meknit ktqbel yeblkan emo kea maeteb melelyi haymanotna sile zkone
@sinusweet5696
@sinusweet5696 3 жыл бұрын
Kubur haw egzabher eyu zferd txesbiqu reayu
@solomonbb1377
@solomonbb1377 3 жыл бұрын
Yes ane ewen asmerela aleku
@kirostadese111
@kirostadese111 3 жыл бұрын
እቲ መስቀሉ ኣሊዕሉ ዘይስዕበኒ ንዓይ ኣይበቅዕን እዩ ማቶዎስ 10፥38 ከምቲ ናይ ሓንቲ ሃገር ባዴራ ዘለዋ መለለይ ናህትና ድማ መስቀል እዩ። መዝሙር ዳዊት 60፥4 ሰንደቅ ዕላማ ሃብካዮም
@godlove4782
@godlove4782 3 жыл бұрын
ነቲ ምእንታና ዝሞተን ዝተሰቕለን ድኣ እምበር ነቲ ዝተሰቅለሉ ኣገዳሲ ኣይኮነንን እምነት ኣብ ልቢዩ ኣምላኽ ድማ ናይ ልቢ ዩ ዝርኢ እምበር ናይ ደገ ኣይኮነንን።
@rutaamaniel3502
@rutaamaniel3502 3 жыл бұрын
@@godlove4782 ምሳሌ 26፥1 ኩሉ ግዜ ኣብ ልብካ እሰሮ ኣብ ክሳድካ ውን ኣንጠልጥሎ።😏
@godlove4782
@godlove4782 3 жыл бұрын
@@rutaamaniel3502 ኣብዚ መጽሓፍ ምሳሌ ከምዚ ዩ ዝብል ዘሎ ካበይ ኣምጺእክዮ እዚ ጺሕፍክለይ ዘለኺ ???????? ምሳሌ 26 (Proverbs) 1፤ ከምቲ በረድ ንጽብሓት፡ ዝናም ከኣ ንቐውዒ፡ ከምኡውን ንዓሻ ኽብረት ኣይግብኦን።
@rutaamaniel3502
@rutaamaniel3502 3 жыл бұрын
@@godlove4782 ኦህ ሶሪ ሓወይ 6፥21 እያ ካብ ኣጽሓሕፋ እዩ ምሳሌ 6( proverbs) 21፣ ኩሉ ግዜ ኣብ ልብካ እሰሮ ኣብ ክሳድካ ውን ኣንጠልጢልካ ሓዞ። ምሳሌ 3 ( proverbs) 3፣ ሕያውነትን ሓቅን ኻባካ ኣይፈለያ፡ ኣብ ክሳድካ እሰረን ኣብ ጽላት ልብካ ውን ጽሓፈን።
@godlove4782
@godlove4782 3 жыл бұрын
@@rutaamaniel3502 okay እዚ ጽሑፍ ኣብ ብሉይ ኪዳን ዝርከብ ኮይኑ ኣብ መጽሓፍ ምሳሌ ኣሎ ትብልኒ ኣለኺ ምናልባት ካልእ መጽሓፍ ቅዱስ ትጥቀሚ ትኾኒ ትኽእሊ ኢኺ እምበር ኣብዛ ኣብ ኩሉ ሰብ እትርከብ ማለት ኣብ ቴሌፎን ዘሎ መጽሓፍ ቅዱስ ኣብ ምሳሌ 6፡21 ከምዚ ዝብል የለን ሕራይ እዚ ዝብሎ ዘሎ ነቲ ሕጊ እዩ ኣብ ልዳትካ ጽሓፎ ኣብ የእዳውካ ወቅጦ ብዙሕ ይብሎ ዩ ንሕጊ ስለዚ ንዑኡ እዩ እዚ ጽሑፍ ኣምጺእክለይ ዘለኺ ብዝኾነ ኣነ ንመስቀል ከምዘይኮነ እዘን ዝስዕባ ሕቶታት ናይ ግድን መልሲ ክትህብለን ኢኺ????? 1 ኣብ ብሉይ ኪዳን ዶ መስቀል ኔይሩ ዩ??? 2 እየሱስ ክርስቶስ ኣብ ብሉይ ኪዳን ድዩ ተሰቂሉ ዋላስ ኣብ ሓዲሽ ኪዳን???? 3 እንታይ ዝበደለ ዩ ኸ ኣብ ዕንጨት መስቀል ዝስቀል ዝነበረ???? 4 እየሱስ ክርስቶስ ድዩ ዘድሕን ዋላስ እቲ ዝተሰቅለሉ ዕንጨት????? 5 ክርስቶስ ዶ ይዓቢ ዋላስ እቲ ዕንጨት???? 6 እቲ ዕንጨት ከ ንክርስቶስ መስቀሊኡ ድኣ እምበር መድሓኒኡ ድዩ ዝነበረ????? እዘን ሕቶታት ብዝግባእ ክትምልስለይ ይምሕጸን፡፡
@egeg9373
@egeg9373 3 жыл бұрын
Winta is very descent , sweet, hard worker, stop judging her no body is perfect. Keep doing the good job.❤️
@user-kp6tc9vu1m
@user-kp6tc9vu1m 3 жыл бұрын
ዊንታየይ ሃኒየይ ኣነስ ክፎትወኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣብ ስራሕኩም ኣሳልጦ ይሃብኩም ሓፈትኩም ካብ ትግራይ
@eseyasghilay879
@eseyasghilay879 3 жыл бұрын
❤❤💞❤💞❤💞❤💕💞💞💓💓
@user-hl1fn7iz1v
@user-hl1fn7iz1v 2 жыл бұрын
የቐንየልና ኣዙ ሽኮር ካብ ሓዉኺ ወዲ ኤረ 🇪🇷
@menkem_cr7998
@menkem_cr7998 3 жыл бұрын
ዊንታ ሓንቲ ኣማራጺት ኢያ ዘላትኪ ከም ሚለን ሃይሉ ወይ ከም ዳዊት ሽላን ዘረባ ኣይኽእልን ኢየ ኢልኺ ኣመኽኒኪ ካብ ኢንተርቪው ምርሓቅ ትሕሸኺ እምበር ህዝብና ዘዝተዛረብኽዮን ዘዝገበርኽዮን ለጋጊቡ እንዳ ኣምጸአ ከጸልሉኺ ኢዮም ኣብ ኩሉ ትገብርዮ ስራሕኺ ዓወት ይምነየልኺ 🙏❤👍
@rahelrhell6502
@rahelrhell6502 3 жыл бұрын
Ane wen kemezi nay ezi hawey reyto eyou zeleni Wintu shikor, azina ina nefetweki ajoki bertei, neti positive comment nabe mealaki aweeleyo neti down zegeber kea shelel ilki nekedemit gesgesi, ajoki ebeyelna nefetweki ina 😚❤
@yordanosweldegergis698
@yordanosweldegergis698 3 жыл бұрын
ዊንታይ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኪ ዛጀፍተይ፡ ኣምላክ ኩሉ ግዜ ምሳኪ ይኩን ኣመን፡ ሐንቲ ነገር ክነግረኪ ካብ ስብ ኩሉ ምሉእ ዘይምጽባይ፡ ከመይሲ ስብ ስብ ምኾኑ ስለዘይተፎ፡ ዳሐር ካኣ ኣይኾነንዶ ንስኪ ጽብቅቲ ኣብ ስነጥበብ ዘለኪ፡ ንጥበብ ክትብሊ ፡ዘይትገብርዮን ዘይትውዕልዮን ፡ግን ንጥበብ ክትብሊ ፡ ክተንጸባርቅዮ እትግደዲ፡ ኣዴና ቅድስቲ ድንግል ማርያም እኾ ድንግል ብድንግላ ኣብ ግዚኣ ተሐምያ፡ ስለዚ ካብ መጠኑ ዝሐለፍ ጥራሕ ኣይትስርሒ እንበር፡ ማለት ምስ ባህልና ዝከይድ፡ ካልእ ኩሉ ጽቡቅዩ፡ ዕድመን ጥዕናን ጥራሕ ይሃብኪ፡ ንኩሉኩም ስነጥበባውያን ሃገርና ኣመን ፡ሐፍትኪ ዮርዳኖስ ካብ ዓዲ እንግሊዝ፡
@noway2313
@noway2313 3 жыл бұрын
Kk
@mariamdngl-d8i
@mariamdngl-d8i 3 жыл бұрын
ስቕ በል ኣይትዋራዘ ሕራይ ነቲ ጌጋ ፡ጌጋ ምባል ካብ መዓስ ዩ ሕማቕ ተቘጺሩ፡( ንሓጢኣት ጽድቂ ትብሉ ትውልድ ንስኹም እምበር) ህዝብና ደኣ ብስነ ስርዓት ሃይማኖትን ክብርን ዝምህር ሕብረተሰብ እዩ፡ ። ኣዛራርባኻ ኣማሓይሽ እሺ
@kemkiefey5664
@kemkiefey5664 3 жыл бұрын
@@mariamdngl-d8i ፡ ፡
@freedomlife780
@freedomlife780 3 жыл бұрын
ደስ ዝብለኪ ተኸደኒ ዊንቱ ከምቲ ትፈትውዮ ናይ ሰብ ዘረባ መውዳእታ ይብሉን 👌
@genetgrimay2334
@genetgrimay2334 3 жыл бұрын
መልሓስና ደኣ ዓጺሚ የብላን ልብ ሰብ ትሰብር እዞም ሙሱልያት ሰባት ጸላእኩ ንሰባት ከም ድላዮም ይገልጹዎ ከም ስሚካ እካ ቀጽሎ
@freedomlife780
@freedomlife780 3 жыл бұрын
@@genetgrimay2334 yes true 👌👍
@selekahsay4251
@selekahsay4251 3 жыл бұрын
ጽብቕ ግብርኺ ምራ ኢየ ዝፈትዎ ኣጆኺ ቀጽልዮ።
@amenmedia7072
@amenmedia7072 3 жыл бұрын
ማዕተብ ንምንታይ ኢኺ ዘይትገብሪ ተባሂላስ' -ሃይማኖት ክፈላሊ ስለዘይደሊ እየ ኢላትና መስሓቒ -ማዕተብ ስለዝገበርክስ' ወይ ሃይማኖትኪ ስለ ዘኽበርክስ እንታይ ክፍኣት ኣለዎ ማለት'ዩ, ወይስ ስለዝገበርኪ ካባኺ ክሃድሙ ማለት ድዩ?? ማዕተብ ገይርካ ኢሉ ዝኹሪ ሰብ እንተድኣ ኣሎ ኾይኑ ይትሓነቕ እዩ መልሱ' ሃይማኖትካ ምኽባር የኹርዓካ እምበር ኣየሕስረካን' ስለዚ ካልእ ምኽኒት ድኣ ድለይ ዊንቲ
@afratanatey5856
@afratanatey5856 3 жыл бұрын
ንፉዕ
@samrayzena321
@samrayzena321 3 жыл бұрын
ትኽክል ⛪️⛪️⛪️
@asefawabreha2369
@asefawabreha2369 3 жыл бұрын
Let her Free, what she wants!! 🍀🍀She looks great with Short & simple dressing. We should Respect people right & Freedom. 🍀🍀!! Mit Respekt.
@sallyhabesha1343
@sallyhabesha1343 3 жыл бұрын
Smart
@Wawit_media
@Wawit_media 3 жыл бұрын
Yes well said. We can’t judge someone by its cover. Its her life 👏💯 we can’t judge her .
@solomonbb1377
@solomonbb1377 3 жыл бұрын
Mind your own business if you do not like our culture, but we are correcting her
@frezghiyrigalem9792
@frezghiyrigalem9792 3 жыл бұрын
ዊንታ ሓፍተይ ብጣሚ ዝክበርከን ዝፈትወከን። ሓንቲ ሪቶ ከበኪ ምስቀል ሓይልኪ ኡ ምስቀል ሰለ ዝገበርኪ ዝጸልኪ ከሐግሰኪ ጥራይ ኡ ዘልዎ
@user-bt8cu2lv8p
@user-bt8cu2lv8p 3 жыл бұрын
ማዕተብ እኮ ከም ድልየትካ ትውፀኦን ትእትውን አይኮነን ዋይ አምላክ ምሕረቱ የውርደልኪ ሓፍተይ
@user-cu9ld4xe8e
@user-cu9ld4xe8e 3 жыл бұрын
ዓሻ መልሲ ብጣዕሚ ዓሻ መልሲ አነ ክነቅፈኪ ደልየ አይኮንኩን ሃይማኖት ክፈሊ ስለዘይደሊ ኢልካ ዘረባ አሎ ድዩ ንመሲሊም ኢልኪ መዕተብኪ ክትገድፊ አይግበአክን እዩ ማዕተብ ገርኪ ኢሉ ዝጸልአኪ የለን እምበር ዝጸልአኪ እንተሃልዩ ይጽላእ ባዕሉ ፈልጥ ምክንያቱ እምነትካ ቅድሚ ኩሉ እዩ ስለዚ ዊንታ ሃይማኖትኪ አቀድሚ እቲ ብልበይ የክብሮ እየ ዝበልክዮ ከኣ ብልብካ እምነትካ ተፍቅሮ እንተደኣ ኮይንካ ብተግባር ውን ክነተግበሮ እዩ ዘለና ካልእ ይትረፍ እታ ማዕተብ ምግባር ምክንያቱ ማዕተብና መለለይና ስለዝኮነ
@mylifeis2810
@mylifeis2810 3 жыл бұрын
Nay lebiy rkbkya nay bhqi
@merihkidanemaryam7886
@merihkidanemaryam7886 3 жыл бұрын
ሰላም ንዓኹም! እዛ ጉዳይ ማዕተብ, ኣብ ትሰርሕዮ ተዋስኦ መብዛሕቲኡ ግዜ ዳርጋ ውን ኩሉ ክርስትያን ኮንኪ ኢኺ ትዋስኢ፡ ክርስትያን ከኣ ኩሉ መስቀል ክገብር ግዴትኡ እዩ። ዊንታ ከኣ ኣብ ሃይማኖትኪ እንድሕር ደኣ ክብሪ ኣለኪ ማዕተብ ከኣ መግለጺ እምነት እዩ። ካብ ማዕተብና ክሳድና ቁረጹ ኢሎም ዝሓለፉ ሰማእታት ከምዘለዉኸ ትፈልጢ ዶ፧ ስለዚ ኣቃሊልካ ዝርአ ኣይኮነን ምስ ኣስላም ብሓንሳብ ክንበልዕን ክንሰትን ማዕተብና ሒዝና እምበር ብዘይ ማዕተብ ኣይኮናን። ብዝተረፈ በርትዒ ቀጽልዮ ንፍዕቲ ኢኺ።
@weini8800
@weini8800 3 жыл бұрын
Xbuk hasab eyu degifeka aleku
@binitebrowen6912
@binitebrowen6912 3 жыл бұрын
ዊንታ ኣምላክ ከምታ ግርህነትኪ ይራኢልኪ አንብር ይሕዋትኪ ብ ስንኪ አምኖቶም ከም ዝተሰይፉ ትፈልጢ ኢኪ ፥፥ ማዕተብ ካኣ ትርግሙ ትፈልትዮ ኢኪ ፥፥ ስልዚ ንጀራ ክትብሊ ማዕተብኪ ክትፈትሒ ዘይ ኮነስ ክስየፊ ኢዩ ዘልኪ ምእንቲ አምነትኪ፥ ኣምላክ ምሳኪ ይኩን፥፥
@hazardneymar3715
@hazardneymar3715 3 жыл бұрын
Wwwwww nay behaqi abey imo ilato Amselu zkonu hbreteseb indina
@eyeruabrha993
@eyeruabrha993 3 жыл бұрын
ብሓቂ🙏🙏🙏
@edenseyoum2096
@edenseyoum2096 3 жыл бұрын
aye neseka emenet belebi eyu kendey mahtem gearom keketelu kehesewu kedenageru zeweelu alwu abesha foe
@hazardneymar3715
@hazardneymar3715 3 жыл бұрын
@@edenseyoum2096 ati sq iske beli
@weditkaboumodieley6291
@weditkaboumodieley6291 3 жыл бұрын
@@edenseyoum2096 ewayy bogog zeykewn eske aytmxie
@segeneasmara596
@segeneasmara596 3 жыл бұрын
እዋእ ነዛ ውይንታና ሸኮር ጽቡቅ ገርኩም ሕዙልና ንእሸተይ እያ ብዙሕ ነገር ኢና ክንጽበያ 🌹🌹🌷🌷🌷🌷❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷
@Mulue844
@Mulue844 3 жыл бұрын
ሃይማኖት ልዕሊ መንነት እዩ ስለዚ ኣብ ልዕሊ እቲ ተክብሮ እምነት ብደገ ክተንጻብርቅዮ ዋላ ግዴታክ እዩ :: ሓደ ሕቶ ክሓተኪ ማዕተብ እንተዘይገርኪ ነቲ ክርስትያን ዲኺ ትመስሊ ዋላ ነቲ ሞስሊም እንተ ዘይተጋግየ ነቲ ሞስሊም ኢኺ ትመስሊ ዘለኺ :: እሞ ከ ዳኣ ኣብ እምነትኪ ክብረት እንተ ሃልኪ ስነጥበብ ንእምነትኪ ክጸቅጦ ኣይኽእልን እዩ :: ስለዚ ዝኸበርኪ ዊንታ ሓፍተይ ማዕተብ መግለጺ ኩሉትናኪ ክሳብ ዝኾነ ኣብ ምስሊም ይኹን ክርስታያን ክፈልየኪ ኣይክእልን እዩ :: ቅድሚ ጥበብ ሃይማኖት ይቕድም እሞ ናትና ምንጽብራቅና ቀዳምነት ኣብ እምነትና ይኹን :: ከምዚ ክብል ከልኩ ግን ኣብ ካልእ እምነት ክበርት የብለይን ማለት ኣይክነን ብዝያዳ እካ ደኣ ይክብረኩምን የፍቅረኩምን :: ሰሰናዩ ነዓኹም ❤❤❤.
@betitigray7216
@betitigray7216 3 жыл бұрын
ዊንተይ መዓተብ ኣብ ስራሕ ይኩን ኣብ ማንም ግድን ማዓተብ ግበሪ ን ስራሕ ኢልካ ማዕተብ ኣይገብር ኣይባሃል ናይ ማዕተብ ኣይተመለሰን
@tedrosfisehaye849
@tedrosfisehaye849 3 жыл бұрын
Ezen amharu tewasati dea mara endie zehegusaka gualey meateben shet eyen kulen zreakwen mebzahten meateben ahewxan eyen
@tedroshagos
@tedroshagos 3 жыл бұрын
በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ፩ዱ ኣምላክ ኣሜን(3) መጀመርያ ፍጹም ሰላም ነይ ኣምላኽና መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ምስኩሉኻትኩም ኣመንቲ ኦርቶደክስ ይኹን፡ ብምቕጻል እዛ ሓፍና ትብሎ ዘላስ ብርዲኢት ዶ ይኾን ኣነካ ኣይመስለንን፡ ባዕተብካ በጋየጺ ዘይኮነስ መመክሕኻ መድሓኒኻ እምበር መፋቐርኻ ኣይኮነን። እዚ ሞስሊም ከይጸልኡኒ ኢልካ ማዕተብካ ምጻእ ግን ናይምታይ ዩ እንተ ጸለአ ዳኣ ይጽላኣ እምነተይ ክብረተይ ዩ እዚ ኣስላምን ክርስትያንን ሓደ እና ኢልካ ዘረባ ካበይ ዩ መጺኡ መዓስ እና ሓደ ዝኾና ኸ ሓደ ኣይኮናን እንታዋይ ክርስትያን ዩ ሓደ እና ኢሉ ኣብ መስጊዶም ከይዱ ዝጽሊ እዚ ጉዳይ እምነት ዩ ክንደይ ቅዱሳን ተሰይፎምሉ ዩም ኩቡራት ስድራ ፡ 2ይ ቆረንቶስ 6 (2 Corinthians) 14፤ ምስቶም ዘይኣምኑ ኣብ ሓደ ኣርዑት ኣይትጸመዱ። ማለት፥ ንጽድቅን ሓጢኣትን እንታይ ኣራኺብዎ፧ ወይስ ንብርሃን ምስ ጸልማት እንታይ ሕብረት ኣልይዎ፧ 15፤ ክርስቶስከ ምስ ብልያል እንታይ ምስምማዕ ኣለዎ ወይስ ንኣማኒ ምስ ዘይኣማኒ እንታይ ግደ ኣለዎ፡ 16፤ ንመቕደስ ኣምላኽከ ምስ ጣኦታት እንታይ ስምምዕ አለዎ፡ ኣምላኽ፤ ኣባታቶም ክነብር ኣባታቶምውን ክመላለስ እየ፡ ኣነ ኣምላኾም ክኸውን እየ፡ ንሳቶምውን ህዝበይ ኪዀኑ እዮም፡ ከም ዝበለ፡ ንሕና ቤተ መቕደስ ህያው ኣምላኽ ኢና።
@TV-vh2im
@TV-vh2im 2 жыл бұрын
ብሓቂ ቃል ኅይወት የሠመዐልና ሰኣን ምፍላጥ አዩ እንብር ሰብ ከይጸልአኒ እልካ ኣይኮነን ሰይፊ ክመጽእ ከሎ ኮ እዞም ኩሎም ሰማእቲታት ማዕተብ ኣይበተኩን ግን ዘይምፍላጥ ጸገም አዩ።ደሞ አምነት ብልቢ አዩ ዝበል ብዙሕ አሎ ግን አቶም ብማዕተብ ዝተሰየፉ ለኮ እምነት በልቢ ከም በለስ ኩሉ ኣይመረከቡን።አምነት በዝይ ግበሪ ምዊቲ እያ ልቦናና ይክፈት ኣምላኽ😥
@yonatekle7646
@yonatekle7646 3 жыл бұрын
እግዚኣብሔር ከም ሰብ ኣይኮነን ቤትና ከኣ ሰማያት እንበር ኣብዛ ምድሪ ኣይኮነን ።ናይ 2 ሰዓት ፈጣሪ ናይ ሙካን ዝበልክዮ .እቲ ንስኪ ደንጊጸ ኢልኪ ዘምጻእክዮ ዘረባ እግዚአብሔር ተሓቢእዎ ማለት ኣይኮነን ።በጃኩም ከምዚ ዓይነት ሕቶታት ይትረፍ.....ኣብዛ ምድሪ ዘሎ ንሕተት ..... እግዚአብሔር ሃገርና ይባርክ ደቂ ኤረይ።
@yorusalemkidane5234
@yorusalemkidane5234 3 жыл бұрын
Nay bhaqi nski keman seb keleki dhasebkyos egzabiher gina kndey dey hasbelna dey gebrelnan pls kulu thatuwon tmlsuwon fletu fetarina ab sirhu aygagen eyu nsu seb aykonen plsss kbri amlak ayntenkifff amlak bmhretu ybxhana
@FiZerom
@FiZerom 3 жыл бұрын
Dfret eyu ab srah egziabher gudlet kem zelo gerka mzrab amlakh ymharena baelu
@SS-nm9nk
@SS-nm9nk 3 жыл бұрын
ኣየ ሃኒ ንፉዕ ጋዘጠኛ🤣🤣🤣🤣🤣🤣 ኣነ ውን ምሳኺ ለኹ ይሰማማዓላየ እንዳበልካ ወዲእካያ፡ ቤስት መሓዙት ምዃንኩም ንፈልጥ እንዲና ግን ሕኸኸኒ ክሓከካ ጌርኩማ 🤣
@solianabrhane8417
@solianabrhane8417 3 жыл бұрын
Kkkkkk ewe wedey
@genetkashi9153
@genetkashi9153 3 жыл бұрын
ክክክክ
@eweaneeye9099
@eweaneeye9099 3 жыл бұрын
Nay behaki entay eu bejaka hamema teblok teblok gn belih eka adnikeka
@luwamgirmay7244
@luwamgirmay7244 3 жыл бұрын
Kkkkkk
@jenilaebrahim4559
@jenilaebrahim4559 3 жыл бұрын
@@luwamgirmay7244 ክክክክክክ
@mussieweldetinsae371
@mussieweldetinsae371 3 жыл бұрын
ኣንቱም ሰባት ብፈታሪኩም እዚኣ ጓል ደይትገድፍዋ እንታይ በድላትኩም ሰላማ ሃብዋ ሕልፊ ሰባ ኣየክፈትን ንስኻ?ንስኺ? ኣነ ? ከ ማዕተብን ስነ ምግባርን ኣለና ዶ ?? So ውንቲ ሽኮር ኣጆኺ ኣምላኽ ፍቅርኩም ይብዝሓዮ artist ሃገርና 🌺🥀♥
@user-im7lp7fm8t
@user-im7lp7fm8t 3 жыл бұрын
ኣብ ዝተዛረበቶ እየ ዝእርማ ዘሎ እኮ
@mariamdngl-d8i
@mariamdngl-d8i 3 жыл бұрын
መን ይብሉኻ ደኣ ወደይ ሕሉፍ ተዋራዛዪ ኢኻ ግን። ኣብ ቅድሚ ሰብ ዝምስክረለይ ፡ ኣብ ቅድሚ ኣቦይ ክምስክረሉ ዶ ኣይኮነን ዝብል መጽሓፍና። ብርሃንኩም ኣብ ቅድሚ ሰባት ይብራህ ዶ ኣይኮነን ዝብል, ናበይ ሓቂ ትደፍን።
@biniyamwolday2677
@biniyamwolday2677 3 жыл бұрын
Bro yneqfwa eyom zelewu ztegsgeye seb mram geben dyu
@edenseyoum2096
@edenseyoum2096 3 жыл бұрын
@@mariamdngl-d8i ata sek bel hade seraki eka eko tekewen heji
@wedkentibakentiba7223
@wedkentibakentiba7223 3 жыл бұрын
Winita is my favourait acter i love u too much kip it up goin
@meksabgirmay6109
@meksabgirmay6109 3 жыл бұрын
ሰላም ጥዕና ይሃበለይ ዊንቱ ሓብተይ! ብቀዳምነት ዕድመን ጥዕናንን ይምነየልኪ! ሰለምንታይ ሃይማኖታ, ውልቓዊ ምንቕስቃሳ , ኣከዳድና ምቑንጻብ እንታይ ኣምጽኦ!!! ኣብ ሂወትኪ ክኣቱ ሰብ ዕድል ኣይተሃቢ!!!ንድኹማት ሰባት ግዜን ዕልን ኣይትሃቢ እየ ክብለኪ ዝደሊ!!!
@benattekue8221
@benattekue8221 3 жыл бұрын
ዊንታ ሽኮር መልስኺ ብጣዕሚ ጽቡቕ እዩ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኪይ
@issakabraham933
@issakabraham933 3 жыл бұрын
Winta you’re best artist and keep going
@desienuredin1875
@desienuredin1875 3 жыл бұрын
ዊንታ ሓፍተይ ኣነ ኩሉ ግዜ ናትኪ ኣድናቂ እየ፡ ስለዚ ኣጆኺ ።
@niyen9638
@niyen9638 3 жыл бұрын
ምስ ክብረታ ዝኸይድ ሕቶ ዘይተዳልወላ ሕቶ ዱዩ ዚ ወላ ምዝንጣል ዊልንተይ ሓላል ፍጥረት ተባረኺ
@tesfebeyene94
@tesfebeyene94 3 жыл бұрын
ዉንቱ ሽኮር መዓትብስ መለልይኪ ሰለ ዝኮነ ተተገብርዮ ጽቡቅ ኔሩ
@selamtesfahiwet8325
@selamtesfahiwet8325 3 жыл бұрын
Orthodox akrerti
@tesfebeyene94
@tesfebeyene94 3 жыл бұрын
@@selamtesfahiwet8325 ሰሉ ሓፍተይ ኣክርርና ኣይኮናን እንታይ ድኣ መስቀል መድሓዲኒ ወነብሰነ ሰለ ዝኮነ ኢና ካልኣይ ከኣስ መስቀሉ ሕዙ ዘይስዓበኒ ንዓይ ኣይበቅዕን ኢዩ ዝብለና ኣምላክና መድሓኒናን ኢዮሱስ ኩርስቶስ እሞ ከምዝ እንዳ በለና ድኣሞ ክንቃወሞ ማለትኪ ድዩ መልስለይ እስከ ሰሉ ወገነይ
@selamtesfahiwet8325
@selamtesfahiwet8325 3 жыл бұрын
Tesfa. beyene .tesfa hawey wey haftey winta eko alemawit eye nmntay maeteb zeygeberki kb tblwa nmntay tderfi mbal yqell
@tesfebeyene94
@tesfebeyene94 3 жыл бұрын
@@selamtesfahiwet8325 ሰሉ ሓፈተይ ፀገም የለን ወዲ ኢየ እሞ ክሓተኪ እንዶ ሰሉ ሓፈተይ መስቀል እዃ ጥራይ እመን ብጎይታ እንበር ንዓለማዊ ኣይዉል ንመንፈሳዉ ማለት ጎይታ ከኣ ንኩሉ ወዲኣዳም ኢሉ ሰለ ዝተሽንከረ ኣለማዊት ወይ ሰነጠበባዊት ስለ ዝኮነ ኣይምልከታ ማለት ኣይኮነን ንኩሉ ኣማኒ ዘበለ ማለት ብጎይታ ዝኣምን ግዴቱኡ ኢዩ ማዕተብ ዝገብር ንምንታይ ተበልክኒ ከኣ ብዘይ መስቀል ድሕነት ሰለ ዘየለ።
@RobiRobi-by7yr
@RobiRobi-by7yr 3 жыл бұрын
@@selamtesfahiwet8325 ጥዕና ኣለኪ ዲኡ መስቀል ኣይኮነን ኦርቶዶክስ ማንም ክርስትያን ዝገብሮ እዩ ምስ ኣክረርቲ ዘብል እውን የብሉን
@solomieweldemichael9957
@solomieweldemichael9957 3 жыл бұрын
Anka bdahan mexakum deki erey 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
@loveislove5857
@loveislove5857 3 жыл бұрын
ክብርቲ ሓፍተይ እዛ ናይ ማዕተብ ዝበልክያ መልሲ ኣይኮነትን ጽባሕ ንግሆ ኣብ ቅድሚ ኣምላክ ስእሊ ዶ ካልእ ዶ ኢልኪ ምክኒት የለን ካብ ንሰብ ከተክብሪ ክትብሊ ሕጊ ኣምላኽ ኣይተፍርሲ እዞም ኩሎም ኣብ ጥበብ ዝነጥፉ ከማኪ እዮም እኮ ሶ ማዕተብኪ ክትገብሪ ንላበወኪ
@user-uv3tn6zs7i
@user-uv3tn6zs7i 2 жыл бұрын
ክብርቲ ሓፍትና እምነት ብዘይ ግብሪ ከንቱ እዩ ብልብካ ትኣምኖ ብግብሪ ኣተግብርዋ እዩ ዝብል ኣምላክና
@BeHappy-op3fy
@BeHappy-op3fy 3 жыл бұрын
ኣምላክ ይቅረ ይበለልኪ ሓፍተይ ንስነጥበብ ክብል መስቀል ምዓተብ ኣይገብርንየ ??? ንክርስትያን ይኩን ንመስሊም ክዉክል ስለ ዘይደሊ ????? ንእምነቶም ክብሉ ክሳዶም ንሰፍ ዝሃቡ ከምዘለው ኣብ ቀረባ ግዝየ ኣብ 2015 ኣብ ልብያ ከምዘለዉ'ዶኮን ትፈልጥ ትከዉን እዚኣ ሕጂ ኣርቲስቲ ድያ ክትብሃል እዋይ ክትፈኩስ ጓል
@mikiyatlove9608
@mikiyatlove9608 3 жыл бұрын
ፊልም እኮ ትመስሎ ጠባይ ኢዩ ሰበይ ትነብሮ ኣይኮነን ንሰብ ካኣ ድሌቱ ክገብር ንምንታይ ዘይትገድፍዎ ኣበይ ዳኣ ኣሎ እቲ ዲሞክራሲ ትብልዎ ኣብ ውሽጥኹም ዘየለ ዲዩ ክትደሊይዎ ጻሓይ ዓሪብኩም
@asmeragebre22
@asmeragebre22 3 жыл бұрын
Wenta hafety felmeki betami y zefatwo, wala naki azya zfatwaki takatlik emnatki ab lebki yu orthodox entda konki matbki kab kesdki ay awsi because manntna eu!!good job. God bless you for everything.🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@makuku904
@makuku904 3 жыл бұрын
"ማዕተብ ምግባር ቀሊል’ዩ" ብኣፋ ዝወጸ ቃል! ቀሊል እንተኮይኑ ተግብርዮ። ብልክዕ ኣስላም ናይ ኤርትራ ኣሕዋትና መታዓቢትና ኢዮም፣ ግን ትሰርሕዮ ዘለኪ ፊልም ትግርኛ ንትግርኛ ጥራይ ኢዩ ዝዉክል፣ ደስ ዝበሎ ማንም ትግርኛ ዝክእል ግን ክርእዮ ይክእል፣ እንተ ዘይኮይኑ ፊልም ትግርኛ ንዓይን ንትግረን ሳሆን ካልእ ቢሀራት ሓደ ዝምልከተና እንተኮይኑ ብዝተሓናፈጸ ቃንቃ ስርሕዎ። ኩሉ ድሕሪ ሃይማኖትኪ ካኣ ስርዕዮ።
@user-zc4cu1eh7j
@user-zc4cu1eh7j 3 жыл бұрын
ቀዳማይ ፈጣሪ ኔርኪ ተትኾኒ እንታይ ምገበርኪ ኢልካ ኣይሕተትን እዩ።ካልኣይ ውን ዊንታ ፈጣሪ ኔረ ተዝኸውን ከምዚ ምገበርኩ ኢላ ግብረ መልሲ ክትህበሉ ኣይግባአን ኔሩ ምኽንያቱ ማንም ሰብ ማዕረ ፈጣሪ ወይ ልዕሊ ፈጣሪ ለዋህን ሓላይን ንፍጡራቱ ስለ ዘየለ።ያኢ ፈጣሪ ዝገብሮ ውሒዱስ ንሕና ደካማ ፍጡራቱ ክንምልኣሉ ወይ ከነማሕይሸሉ ።ኣምላኽና ካብ ንሓስቦ ንላዕሊ ዓቢ እዩ እቲ ንሱ ዝገብሮ ንፍጡራቱ ከኣ ማንም ክገብሮ ኣይክእልን እዩ።እንታይ ከም ዘድልየና ውን ኣጸቢቁ ይፈልጥ እዩ።ብተወሳኺ ውን እቲ ብዛዕባ ማዕተብ ዝሓብክዮ ግብረ መልሲ ይኹን ዋላ ውን ት ብዛዕባ ረኣዩለይ ዳ በልካ ሰናይ ግብሪ ምግባር ዝሓብክዮ ግብረ መልስን ጌጋ እዩ ኔሩ።ቀዳማይ እምነት እምነት እዩ።ስራሕኪ ይኹን መሳርሕትኺ ካብ ኣምላኽ ኣይዓብዩን እዮም።ንመሳርሕትኺ ወይ ውን ንስራሕኪ ኢልኪ ማዕተብኪ ክትበትኪ ኣይግባአን።እንተ እቲ ዓለም ምሉእ ዳ ረኣየልካ ንሰባት ምሕጋዝ ውን ሕማቅ ትምህርቲ እዩ።አዚ ናይ ወስተርን ልቢ ህዝቢ ንምሓዝ ረኣይዩለይ ዳ በልካ ምግባር ናብ ሕብረተሰብና ከኣቱ ኣይንደልን ኢና። ነቶም ትሕግዞም ሰባት ውን ቪደዮ ዳ ቀረጽኪ ክትህብዮም ጽቡቅ ኣይስምዖምን እዩ ነዓኺ ውን ዓስቢ ዘይብልኪ ትተርፊ ኣለኺ።
@merawaliku3182
@merawaliku3182 3 жыл бұрын
መስቀሉ ሕዙ ዘይሰዓበኒ ንዓይ ኣይበቅዕን ዩ ዝብል ቃል ኣምላኽ ፡ ዊንታ ከኣ ስነጥበብ ካልእ ዩ መዕተብ ኣብ ዝኾነ ቦታ ገርክዮ ከኣ ንሓድነት ምስልምናን ክርስትናን ኣይጸሉን ዩ።
@tirhasmosolon9852
@tirhasmosolon9852 3 жыл бұрын
ዊንታ ኣሉ መደብኪ ጽቡቅ ዩግን ኣቡዛ ናይ ማዕተብ ግን ጌጋ ሪዲኢት ኣለኪ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ተካንኪ ግድን ሜዕተብ ክት ገብረ ኣለኪ ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️💋💋💋🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@selekahsay4251
@selekahsay4251 3 жыл бұрын
ኣጆኺ ቆጽልዮ ዊንታ ሓብተይ እቶም ከምኡ ዝብሉ ኣይትገደስሎም መኽንያቱ ክንደይ ሓሳዳት ኣይሳኑን ኢዮም ኣነ ጽብቕ ግብኺ ማራ ኢየ ዝፈትዎ i muss u .
@mariamdngl-d8i
@mariamdngl-d8i 3 жыл бұрын
ኣየ ዓለም ገዳማውያን ኣቦታትና ብሰንኪ ሓጢኣትና ስም እግዚኣብሄር ምጽዋዕ ምድፋር ሲኢና ይብሉ። እዚኦም ከኣ ኣምላኽነት ናይ ጎይታ ኣብ ዕዳጋ የእትዮም ይምነዩ፡ ብመሰረቱ እዚ ጥበብ ዘይኮነ ምንኣስ ሲኦል ዩ። ከይተኾስትሩና በጃኹም። ኣብ ንስሓ ኣቦኹም ብጽሑ ኣምላኽ ፍርዱ ከይህብርኩም። እግዚኦኦኦኦኦ
@amenrahel962
@amenrahel962 3 жыл бұрын
Yehzin .niriesika tenasah himak aloka Abotatina silemntay iyom imo ab gedam zikimetu men iliwom .hatiyatika sim Egzabiher misiwae ziabiyeka sim men kitisiwue tiwuel aloka sim aganiniti wayy segem .kal amlak anbib
@natululi126
@natululi126 3 жыл бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቅ መልሲ ናይ ማዕተብ ብፍላይ ኣብ ዲስኮን ሰኽራምን ስድን ኮይነ እንዳ ሰራሕኩ ማዕተብ ጌረ ክውልን ኣይደልን ዝበልክያ ማዕተብ ጌርኪ ተትሰርሒ ከሙኡ ካኣ እዞም ተጻረፍቲ ሞኽ መበሉኺ።ንፍዕቲ ትሕቲ ዊንቱ ሽኮር።
@nijjahabdulkarim7567
@nijjahabdulkarim7567 3 жыл бұрын
sebna.kimu.eyu.hawey.ni.halu.entay.elwa.mselka.eti.garkiyo.zlki.mskil.mse.kidawentiki.garkiyo.zlike.aykiyden.u.eliwa.hji.ka.tikikil.alika
@rahmaidris4384
@rahmaidris4384 3 жыл бұрын
ዊንቲ ሓቡብቲ ማራ እየ ዝፈትወኺ አድመን ጥአናን ይሃብኪ 👍👍💌💕
@mariamdngl-d8i
@mariamdngl-d8i 3 жыл бұрын
ምሽ
@yohannesfasil8891
@yohannesfasil8891 3 жыл бұрын
🤣🤣🤣🤣🤣😃 ሳሕሳሕ እንታዴኺ ደኣ እስኺ መንዲልኪ ዘይትድርብይዮ ንሓድነትና ቆፍዳድ
@samuelfoto1113
@samuelfoto1113 3 жыл бұрын
ብዛዕባ ማዕተብ፡እምነተይ" ካብ ኣብ ክሳደይ ኣብ ልበይ ዘሎ እምነት ይዕቢ" ዶ ኢልክና፡እቲ ሓቂ ኮምኡ እንተዝኸውን ኣብ ልብኺ ንዘሎ እምነት ብማዕተብክን ኣለባብሳኽን ከተንጸባርቕዮ ኣይምተጸገክን፡ብእምመትኪ ስለ ዘይበሰልኪ ግን ገና የሰክፈክን የሕፍረክን ኣሎ። "እቲ ኣብ ቅድሚ ሰብ ዝኸድሕደኒ ኣነ ውን ኣብ ቅድሚ'ቲ ሰማያዊ ኣብ ክኽሕዶ'የ " እዩ ዝብል።ማዕተብ ኣሲርኪ ኣብ ፊልምታት ምስኣልኪ ካኣ ንካልኦት ኣየኸበርክን ማለት ኣይኮነን።ሞስሊም ዳኣ ንዓኺ ከኽብራ ኢለን ማዕተብ ዘይኣስራ ኣቲ ሓብትና።
@onegod6726
@onegod6726 3 жыл бұрын
Nay behaqi bro,dehan shelel Bela bnebse mthat musliyinet eyu
@zersenaysbhat4524
@zersenaysbhat4524 3 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ዘረባ ኣንበሳየ
@hyatemdhmed2926
@hyatemdhmed2926 3 жыл бұрын
ናይ ባሓቂ ዘረባ ማለት ንፍዕቲ
@angosommichael1454
@angosommichael1454 3 жыл бұрын
ዚገርመኪ ኣነ ቢታሚ ኣደናቂኪ ኢየ ጊን ሙሉእ ሰብ የለን ሓንቲ ቢናተይ ኣራእያ ኪብለኪ ዚደሊ ጊን ንመስሉም ኪብረት ኪትህቢ ሃይማኖትኪ ኣብ ዋጋ እዳጋ ከተእትውዮ ጊን ኣይጊባእን መክንያቱ ቲበብ ንኩሉ እዩ ዚውኪል ከም ኣማኒት ኦርቶደኪስ መተን ጊን ኪብሪ እምነትኪ ዊን ጊሚት ኪትህቢ ይግበኣኪ
@rutismurgeb8264
@rutismurgeb8264 3 жыл бұрын
Winti shikor, proud of you ❤🇪🇷🇪🇷
@tigi3849
@tigi3849 3 жыл бұрын
ዊንቱ ሸኮር ብጣሚ እየ ዘድንቀክን ዝፈትወክን 🙏🥰💊
@kokebereket3941
@kokebereket3941 3 жыл бұрын
ጽብቅቲ ፍጥረት እሞ ኣስላም ከይጸልኡኺ'ስ ማዕተብኪ የሕፊሩኩ ወይ ድማ ኣሰኪፍኪ wow ንስኽስ ፍልይቲ ኢኺ፡ እንታይ ኢየ እሞ ክብለኪ ትማሊ የሕዋትና ብዳዕሽ ማዕተብና ካብ ንበትኽ ክሳድና ትበተኽ ስለ ዝበሉ'ስ ብኣኽረርቲ ምስልምና ኣብቅድሚ ዓለም ብጭካነ ተሓሪዶም፡ ንማዕተቦም ድማ ሓሊፎም ብዝኾነ ብማዕተብ ጭርጭር የለን
@semereabghebre4325
@semereabghebre4325 3 жыл бұрын
ሓንቲ ዓባይ ምኽሪ ክህበኪ ብዕድመ ፡ ብልቦና ፡ብስራሕ ኰታ ብክሉ መዓከኒ ናይ ህይወት ኣይበሰልክን ኣለኺ እሞ ቃለ ምሕትት ኣብ እትገብርሉ ዓቢ ጥንቃቀ ከድልየኪ እዩ ምኽንያቱ እቲ ሞያኺ ታኣፋፊ እዩ ማለተይ እትገብርዮ ጌጋ ኣብ ዓይኒ ብዙሓት ታዓዘብቲ ስለ ዝበጽሕ ፡ ብኡ መጠን ካኣ ኣብ ሕብረተ-ሰብና #ሃስያ ወይ ከኣ #መርኣያ ጽቡቅን ሕማቅን ክትኰኒ ናይ ግድን እዩ ። #ካልእ ሓጺር ክዳን ምልባስ #ዝና ወይ ከኣ #ምዕባለ ኣይኰነን ካብ ባህልኻን ሃይማኖትካን ምጥፋእ እዩ ። ካብኡ ሓሊፉ ሰብ ይጽየፈካ ። #ማዕተብ እውን እተን ሞስሌምን የሕዋትና ናይ ኣዴታተን ኣይገድፋን እየን እዘን የሕዋትና ክርስታያን ግን ካብ ኣፍንጫኽን ጀሚርካ ብዙሕ ክባሃል ይካኣል እዩ ። ስለ'ዚ ኩሉ እትገብርዮ ብፍላጥን ብትርግምን ይኹን ። የቀንየለይ !
@fetawiadiau8429
@fetawiadiau8429 3 жыл бұрын
Tim bell nejis
@kidanejeben8730
@kidanejeben8730 3 жыл бұрын
Away winti haftey bi haymanotki tehafris tedngxiii newriii maeteb gidn gberr zehaftey
@samielgoytiom1298
@samielgoytiom1298 3 жыл бұрын
ዊንቲ ኣጆኪ ኣይትድሃሊ ተማሃሩሉ ጥራይ 🥰🥰🥰🥰🥰👉👍👍
@samjohn3841
@samjohn3841 Жыл бұрын
Denqoro
@erilifemusic4420
@erilifemusic4420 3 жыл бұрын
kftweki mat ye anes bzereba seb gin confidenceki kitnkef yeblun ajoki mkirtey proud of you.
@robelamine5251
@robelamine5251 3 жыл бұрын
Ditana terguma kefelta zedel seb enta haliu like yegbreley hig 👇🏾
@resomoscar6112
@resomoscar6112 3 жыл бұрын
ኣብታ ናይ መስቀል ዝበልክያ ከይገረመኒ ኣይተረፈን ምክንያቱ ኣስላምን ክርስትያን ሓደ ኮይና ኣይንፈልጥን ኢና ክርስቲያን ጥራይ ኢና ኣብ ሓሶት ንነብር ኣምሰሉታት ኢና ምስ ኣስላም ተማሳሲልና ክንከይድ ክንብል እቲ ሓቀኛ መገድና ረሲዕና እምበር ሓደ ኣስላማይ ብናቱ እዩ ዝኮርዕ
@kibrommehreteab5165
@kibrommehreteab5165 3 жыл бұрын
Nay bahki asilam nana kimesul ayi delun eyom
@michaelwoldeab7425
@michaelwoldeab7425 3 жыл бұрын
ስምዕንዶ ሽኮሪና ከመይ ገይረ ይጽረፍ ኢልኪ ዲኪ ትጽዕሪ
@selamhayle3380
@selamhayle3380 3 жыл бұрын
Nay bihaki. Segem alewa.
@gerekidane9689
@gerekidane9689 3 жыл бұрын
ዊንታ መኮነን ጽቡቅ ሓሳብ ኢዩ ኣብ ሃይማኖትኪ ግን ሕማቅ ኣለኪ ማለት ዝኮነ ደራሲ መዓተብካ ኣውጺኢካ ስራሕ ዝብል ከም ዘየለ ፍሉጥ ኢዩ ፡ካሊእ ከኣ ሃይማኖት ኣይፈላልን አየ ኢልኪ እሞ መዓተብኪ ዝለ ዘውጻኪ ዲዩ ዘይምፍልላይ ኢዚ ሓሳብ ኢዚ ጠቅላላ ሃይማኖተይ የክብር አየ ኢልኪ ከማን ኣይትዛረቢ ፡N,B ዊንታ ነዚ ኩሉ ዝራሃትኪ ፡ጢዕናኪ ፡፨።ወዘተ ኣብ ትሕቲ ኣምላክ ምኻኑ ረሲዒኪ ካባኪ ከምዚ ዘረባ ክትዛረቢ ኣይተጸበናዮን ,
@mamimedia543
@mamimedia543 3 жыл бұрын
ዊንታ ሓፍተይ ኩሉ ስራሕኪ ጹቡቅ እንድዩ ግን ብዛዕባ ማዕተብ ኣይደገፍክዋን 10 ግዜ ከውጸኣ ከእትዋ ኣይክእልኔ ክትብሊ ጌጋ እዩ ካብቲ ተዋስኦ ይኹን ኩሉ ጥበብ ካብ ናይ ኣምላኽ ኣይዓብን እዩ ንሕና ማዕተብ ንገብር ካብ ሞስሊም ክንፍለ ዘይኮናስ እምነትና ስለ ዝኾነ እዩ ኣብዚ ዓለም ዘለና ፉጡራት አእምነትና ስለ ዘለና በቲ ተዋህዶ ዝገብሮ ኣገባብ ከኣ ማዕተብ ንገብር ኩሉ ዝማላእ ከኣ ነማልእ ብሓፈሻ
@Wedeb_tv
@Wedeb_tv 3 жыл бұрын
ዊንቲ ተጋጊኪ ህጂ ዉን ማዕተብኪ ግበሪ ግን ከም ድፍረት ኣይታርእዮ
@tsegatesfay1578
@tsegatesfay1578 3 жыл бұрын
Wenitey marr God beles you😘😘😘😘
@gyyuu7849
@gyyuu7849 3 жыл бұрын
ዊንቲ ሓፍተይ እግዚአብሔር አምላክ ሓስብ ልቢኪ ይፈጺመልኪ ህያበይ እና ዊንተየ እታ ማዕተብ ዝበልኪየ ንዓና ማዕተብ ሓይልና እዩ ማዕተብ ምልክት እምነትና እዩ እምነት ኣብ ልቢ ዝበልኪዮ የዋ ሓቂ እዩ ግን ንምንታይ ኣብ ክሳድኪ ምግባር በተግባር ዊንትየ መግለጺ መንነትና ሃይማኖትና ስለዞኮነ ዊንታየ ንሕናኮ አብ ስደት ኮይንና ማዕተብ አብ ዘይርኮቦ ሃገር ኮይንና ማዕተብ ክንኣስ ከንደይ ሃረረ ንብለ ዘይርከቦ ሃገር እንተኮይኑ ያው ከምዚ ዝበልክዮ እምነት አብ ልቢ እዩ ግን ማዕተብ እናሃለወካ ከምኡ አይፍቀደናን እዩ ።ዊንታ ሓፍተይ ሰለዚ ከም ሓፍተይ ክትአስር ይግበአኪ ዊንታ ሓፍተይ አብ ኩሉ ስራሕኪ ዕድመንጥንና ይመንይልኪ ሓፍትኪ ካብ ትግራይ
@ambestv5917
@ambestv5917 3 жыл бұрын
ኣብ ዝሓለፈ ሰሙናት ኤረትራዊት ሰነ ጥበባዊት ዊንታ ሞኮነን ኣብ ቃል ምሕተት ""ኣነ ተዋህዶ እየ ግን ኣስላም ምሳኣርሕቲ ስለዘለዉ ንክብሪ ንዕኦም እለ መዓተበይ ኣይልብሶን እየ..."" እላ ተዛሪባ ኔራ። ¶መናልባት ዊንታ ሓፍትና ብዙሕ ኣፍልጦ ናይ ማዕተብ ወይ ሃይማኖት ተዋህዶ ዘይብላ ክትኸዊን ትኽእል እያ ። ግን ዊንታ ብዙሓት ሰባት ስለዝትኻታትልዎ በቲ ንሳ ዝተዛርበቶ ተጽልዮም ክህልዉ ይኽእሉ እዮም ብፍላይ ሰነ ጥበባዊ ሰባት ኣብ ምጽላው ዓቢ ታራ ስለዘለዎ ። ¶ግን ማዕትብካ ንሓደ ዘይኣምኒ ኣስላማይ ይኹን ክልእ እልካ ክትውጾ ገጋ እዩ ። እምነት ኣለኒ እልካ ውን ክትዛረብ ኣይትኽእልን ንኽብሪ ሰባት እልካ ትኣስሮን ትውጽኦን እንተኮንካ ። እቲ ማዕተብ ኣብ ክሳድካ እምበር ኣብ ክሳድ ዘይኣማኒ ኣይኮነን ዘሎ ። ሓደ ሰብ ምኻኑ ብዘይክድስ እምነቱ ክትኽብሮ ትኽእል ኢኻ ግን ማዕትብካ ኣውጽኻ ወይ ማዕትብካ ኣብ ገዛ ኣቅምጥካ ዝግበር ክብሪ ኣይኮነን ። ¶ብዝያዳ ዊንታ ሞኮነን ሓፍትና ክምኣ ኣትሓሳስባ ዘለና ብዙሕ ኣፍልጦ ብዝዕባ ማዕተብ ዘይብልና ኣብዚ ኣለና ትርጉምን ታሪኽን ማዕተብ ኣንቢብና ሼር ንበሎ፦ ∴#ማዕተብ ∴ ኣንቢብና ከይወዳእና ኣሜን ኣይንበል መጀመርታ ንሂወት ዝኸውን ቃል ስለ ዝኾነ ክሳብ መወዳእታ ኣንቢብና ክንርድኦ ይግብኣና ከምኡ ድማ ናብ ኩሎም የሕዋትና ክበጽሕ ሼር…ሼር…ሼር ሰናይ ንባብ በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሓዱ ኣምላክ ኣሜን!!! ማዕተብ “ዐተበ” ካብ ዝብል ግእዛዊ ግሲ ዝወጸ ኮይኑ፡ ኣመልከተ፡ ባረኸ፡ ካብ ሸበድበድ ሃድአ፡ ዝብል ትርጉም ዝሐዘ እዩ። ማዕተብ ከኣ ምልክት እምነት ወይ ዕላመት ማለት እዩ ካብ ቃላት ቅዱሳን ኣቦታት። ነዚ ከረድእ ሓዋርያ ቅዱስ ጳውሎስ “ኣነስ ዕላመት ኢየሱስ ኣብ ስጋይ እጸውር ኣለኹ” በለ፡ (ገላ6፡17) መከራ ክርስቶስ ንኽቕበል ድልው ስለ ዝነበረ እዩ። ማዕተብ ኣብ ኦርቶዶክሳዊት ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን፡ ምልክት እምነት እዩ። ማዕተብ ኣብ ብሉይ ኪዳን ደቂ እስራኤል ኣብ ክሳዶም ይኣስሩ ከም ዝነበሩ፡ መጽሓፍ ቅዱስ ይግለጽ። ታሪኽ ይሁዳን ታማርን ምስ እንርኢ፡ ድልየቱ ንምፍጻም ትሕጃ ክህባ ኣብ ዝለመነትሉ፡ ምስ ሰኣነ፡ ቀለቤትካን ማዕተብካን እታ ኣብ ኢድካ ዘላ በትርኻን ሃበኒ በለቶ። ኣብ መወዳእታ ከኣ ብማዕተቡን በትሩን ተረትዐ። (ዘፍ 38፡12-23) ታማር ንማዕተብ ከም ትሕጃ ምቕባላ፡ ኣብዚ ክብሪ ማዕተብ ንግንዘብ። ማዕተብ ኣብ ቤተ ክርስቲያን ንምጀመርያ ግዜ ዘእተወ ኣቦ ኣቡነ ያዕቆብ ዘኣልበረድእ እዩ። ብዘመነ ሰማእታት ክርስቲያን ከቢድ ግፍዒ ኣብ ዝወርዶም ዝነበረ እዋን፡ ከተማ ኣንጾኪያ፡ እታ ዝሓሸት ሰላም ዝመልኣ ከተማ ነበረት እሞ፡ ካብ ዝተፈላለየ መኣዝን ዝመጹ ክርስቲያን ኣብኡ ይእከቡ፡ ዝጥመቑ ሕጻናት ድማ ኣዚዮም ብዙሓት ነበሩ። ኣብዚ እዋን ነቶም ዝተጠምቁን ዘይተጠምቁን ምትሕውዋስ ንኸይከውን፡ ነቶም ዝተጠምቑ ጻዕዳ ፈትሊ ኣብ ክሳዶም ኣሰረሎም፡ በዚ ኸኣ መላለዪ ምልክት ኮነ። ካብ’ዚ እዋን ጀሚሩ ከኣ ኣቦታት ሊቃውንቲ ቤተ ክርስቲያን ንምእመናን ህዝበ ክርስቲያን ካብ ኣህዛብ ፈልዩ መላለዪን፡ ከምኡ’ውን ብጥምቀት ዉሉድነት ስላሴ ዝረኽቡ ምዃኖም ዝምስክር ምልክት ምዃኑ ስለ ዝተገንዘቡ ንኹሉ ውሉድ ጥመቀት ክኣስረሉ ጀመሩ። ኣብ ሃገርና ኤርትራ “ማዕተብ” ምእሳር ምስ ምእታው ኣቡነ ሰላማ ከሳቴ ብርሃን ዝኣተወ እዩ። #ትርጉም_ማዕተብ ካብ ኣህዛብ ፈልዩ፡ ደቂ መዛሙርቲ ክርስቶስ ምዃና ይምስክር። ክርስቲያን ምኻንካ ዝኾነ ይኹን ሰብ ብማዕተብካ የለልየካ። ብዙሓት ናይ ዘመና እምነት ኣሎና በሃልቲ፡ እምነት ኣብ ልብኻ እምበር ኣብ ክሳድካ ማዕተብ ስለዝገብርካ ኣይኮነን ክብሉ ይስምዑ። እዚ ሓቂ እዩ፡ ግና’ኸ እምነት ዘለዋ ልብስ ንማዕተብ ኣይትጸልእን እያ። እምነት እንተ ዝህልዋ ኔሩስ፡ ዕላመት ክርስቶስ ክትጸውር ኣይምጸልአትን ነይራ። ሓዋርያ ቅዱስ ጳውሎስ “ቤተ መቕደስ ህያው ኣምላኽ ኢኹም”፡ ድሕሪ ምባል “ስለዚ ብስጋኹም ንኣምላኽ ኣኽብርዎ።” በለ (1 ቆሮ 6፡20) ስጋና ናይ ክርስቶስ ምልክት ዝኾነ ማዕተብ መስቀል ክትጸውር ኣይግባእን ማለት፡ መሰረት ምልኣት እምነት ኣይኮነን። እምነት ምልኣት ክህልዋ፡ ብውሽጢን ብደገን ምስ ትትግበር እያ። ሓደ ሰብ ብውሽጡ እምነት ኣሎኒ እንተበለ፡ ኣብ ቅድሚ ሰብ፡ ብማዕተብ ክርስቲናኡ ክገልጽ ሓፋርን ፈራህን እንተኾነ፡ከምቲ ጎይታ ዝበሎ፡ ኣብ ቅድሚ ሰብ እዩ፡ ዝኽሕድ ዘሎ። (ማቴ 10፡32) ስለዚ ብማዕተብ ስቅለት ጎይታና ኣብ ስጋና እዩ ዝገልጽ። (ገላ 6፡17) #ማዕተብ_ንዶግማ_ቤተ_ክርስቲያን_እዩ_ዝገልጽ። ኣብ ክሳድና እንኣስሮ ሓደ ፈትሊ በይኑ ወይ 3ተ ብሓደ ዝፍተል ማለት (ብሰለስተ ሕብሪ) ዝቀውም እዩ።እዚ ጻዕዳ ምስ ዝኸውን፡ ብደም ክርስቶስ ከም ዝነጻህና የመልክት።ክምኡ’ውን ኣዕጽምቱ ክሳዕ ዝርአ ስለና ክብል ከም ዝተገርፈ የመልክት። ቀይሕ ብደሙ ከም ዝደሓና ከመልክት ከሎ፡ ጸሊም ድማ ስጋ ለቢሱ ኣብዛ ዓለም ከም ዝተገልጸን፡ ስለና ክብል ስጋኡ ክሳዕ ዝርግፉ ከም ዝተሳቀየን፡ ይገልጽ። 3ተ ፈትሊ ኣብ ሓደ ጠምጢምና ኣብ ክሳድና ምእሳርና፡ ናይ ሓድነትን ሰለስትነትን ስላሴ የመልክት። በዚ ኸኣ በቲ ሓደን ልዑል ብዝኾነን ብጎይታናን መድሓኒናን፡ ብምፍሳስ ደሙን ብምቁራስ ስጋኡን ድሕነት ከም ዝረኸብና ንኣምን። ንእምነትና
@hagostkabotekle791
@hagostkabotekle791 3 жыл бұрын
ዊኒቲ በላሕ ኤርትራዊት ሰነ ጥበበኛ ሰብ ሩጉም ሰብ ተካል ይብሉ ኣቦታት ክምሱሉ ። ስኽፍ ኣይበልኪ ጽብቁ ውሳኔ ወስንኪ ታዓዊትኪ ዓስብኺ ብኣምላኺ ርኸቡዬ እቶም ዘይገብሩ ጥራሕ እዬም ከምዚ ዶ ከምዚ ዝብሉ ኣጆኺ ኩሉ ኤርትራዊ ኣብ ጎንኺ እዩ ዘሎ።
@amachu
@amachu 3 жыл бұрын
Eza nay maeteb si meliski Agfhkya Netom ab libya 🇱🇾 menti maetobom Zhalefu ahwatna ba zekiri
@user-vn1xt7xx2c
@user-vn1xt7xx2c 9 ай бұрын
እግዚኣብሄር ዝገብሮ ኩሉሰናይ እዩ እግዚኣብሄር ድካታዕ ዝገበረ እቶም ድካታት ኣብ ምድሪ ተጨኒቆም ኣብ ሰማይ ምእንቲ ክካሓሱ እቶም ሃብታማት ንድካታት ሂቦ መንግስተ ሰማያት ምእንቲ ክወርሱ እዩ እግዚኣብሄር ናይ ሰላም እምበር ናይ ዕግርግር ኣምላክ ኣይኮነን እግዚኣብሄር ይመስገን
@senumesmer4439
@senumesmer4439 3 жыл бұрын
Winti u are beautiful and God bless u life ❤❤❤❤🙏♥️♥️♥️🙏
@natannatan7467
@natannatan7467 3 жыл бұрын
መዓተብ ማለት ናይ ኢምነት ምስከርነት ኢዪ ፡ ምስ ፊሊም ዝተኣሳሰር የብሉን ኣይቲጋገዪ ዊንታ እዛ ዘረባ ሕውስውስ ኣብልኪያ መዓተብ እምነትካ ኢዪ። ክትእርምያ ንጽበ።
@yemaneteklom1284
@yemaneteklom1284 3 жыл бұрын
ዊንታ ሓፍተይ አድመን ጥዕና ይሃብኪ ነዞም ከምዚ አሎም ዝሓቱ ንስኪ ዝካኣለኪ ጥራይ ግበሪ ንሶም ከ አንታይ ዝገበርዎ ኣሎ ኢዮም ።
@gerezghirhabte8931
@gerezghirhabte8931 3 жыл бұрын
Mateb ktgebri aleki mknyatu ezi weledi tblyo zxenahki zebeuki malet eu slezi wala ab sdet nhalu eti kqyer zeygbeo knqyro yeblnan ezi dma Ezom ab Libya zteharedu riekyom tekonki krstyan eyo bmntay tefelitom melsi nabakum slezo natna haymanot kemt mdrn semayn zfetere ksab mewedata ab emnetnan haymanotnan mxnae eu slezi winti haftey dma nablbki temelesi.ms aslamay Ktbelie keleki tematbi do? Nsu ke bismilah elu ymgeb do? Weys awet nhafash elkum tbelau? Gidef abzi srahkum zgddeka zeyele tedelika tgedfo tedelika tqxlo Ab wtdrna keman mateb awxiayo aytbehaln. Slesi ezi ab Lbey emnetey zbehal gega eu mknystu kemau gerom ayeabeunan. Mebzhatom Etiopiawyan artisti reayyom krstyan tray slezkonu aykonun gn?
@lovepeace1314
@lovepeace1314 3 жыл бұрын
ፈጣሪ እንተትኮኒ ኢልካ ሕቶ ኣሎ በጃኩም እባ ፈጣሪ ምስ ዝኮነ ኣይተወዳድርዎ
@eblihiwet288
@eblihiwet288 3 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ንፍዕቲ ሰብ ሎሚ ዝበልዖ እምበር ድዛረቦ ኣይስእንን ኢዩ ጥንቅቅ ኢልኪ ተዛረቢ ዊንቱ ሎሚ ሰብ ካብ ኣብ ስራሕ ኣብ ዩቱብ ኢዩ ዝውዕል
@yohanamulue4805
@yohanamulue4805 3 жыл бұрын
1 ብዛዕባ ማዕተብ ጌጋ 2 ብዛዕባ ኪዳንኪ ወይ ዓርኪኪ ውን ጌጋ 3 ባዛዕባ brayvet ጽቡቅ
@abrhamtesfamariam2220
@abrhamtesfamariam2220 3 жыл бұрын
Selamkum ybzah selam elna ena winti haftey mateb malet ko mennetki eu wala da srah ykun ber matebki ketewxeyo ayneberekn nbhji wn ente tgebri xbuk neru bzterefe ab srahki awet ymneyelki ❤❤❤
@merhawihabte5276
@merhawihabte5276 2 жыл бұрын
Thankes winta hafitey ajeki beritua zayday
@dngley274
@dngley274 3 жыл бұрын
ውካርያ ፡ድሙ ንስክን ምስ ኩሉ ዝክእል ቅዱስ ኣምላክ ክትምሰሊ ዓገብ።
@leteslasehailu8362
@leteslasehailu8362 3 жыл бұрын
ዊንታ ሓፍተይ ማዓተብ ክትገብሪ አለኪ ንምላክ እቲ ዛሕጎሶ ነገር እዩ 💖💖💖💖
@feventekle5716
@feventekle5716 3 жыл бұрын
Na amlak zhagso dea qano makan EU
@user-jv4on9gc2o
@user-jv4on9gc2o 3 жыл бұрын
ኣነ ኣብዛ ናይ ማዕተብ ጽቡቅ ኣይተሰማዕትንን 👉 ቀዳማይ ማዕተብ መለለይና ናይ ክርስትና ኢዩ 👉 ካልኣይ ከኣ ብሰንኪ ማዕተቦም ዝተሰየፉ ክርስትና ከም ዘለው ዘክሪ ( ክንደይ ኣሕዋተይ ኣብ ልብያ ዝኸፈልኩ ) ሰብ ከም ምኻነይ ማዕረ ክንደይ ረዚን ምኻኑ ክገልጸልኪ ይፈቱ 👉 ሳልሳይን ናይ መወዳእታን ከኣ ከም ኦዴን ንዓና ኢኺ ትሰርዩ መስለኒ እቲ ፍሊም ወይ ገጸ ባህሪ ድሕር ሕጂ ብዘይ ማዕተብ ከይትመጽና 👉 ካብ ሓውኺ ኣድናቂኺ 🙏
@muradtaib9657
@muradtaib9657 2 жыл бұрын
Maeteb skhfta yfetrela nay sdnet tbeb kitserh kela haqa dma kisab nay alem srah tserh konka klitiu bzdle mengedi kithzo kebid'u kulu kemzdelekhayo aytxebeyo broski
@momwithfourkids7989
@momwithfourkids7989 3 жыл бұрын
አዋይ ሰብ ደቀይ ሓንቲ ጌጋ በየን እያ ትርከብ ኢልኩም ዲኹም ትጅምሩ ክትርእዩ ዝመስላ ተዛሪባ በጃኹም ማሓርዎም ነዞም ስነጥበባውያን ሃገርና ዳውን ክትገብርዎም ትሓስቡ ተኮይንኹም ኣይኮኑን እዮም ትዕድልቲ አዩ ዘለዎም እምነት ካአ ኣብ ልብኻ እዩ 🇪🇷🙏👍⛪️🕌🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️ respect ዊንተይ መቀረት ♥️ኩልትናኪ ፍቅሪ ኢኺ ይፈትወኪ አየ አታ ፈጣሪ አንተትኾኒ ዝበለኪ ድማ ኣጆኺ ፈጣሪ ናይ ልብኺ ርኢዩ ክገብረልና አዩ 🤲🤲🤲🤲🙏🙏🙏🕌⛪️
@filifiliaradom6386
@filifiliaradom6386 Жыл бұрын
ዝከበርኩም ሰነ ጥባውያ ኤርትራና ብጣዓሚ ኢና ንፈትወኩም ኣጆኩም ቀጽልዎ ጊን ማዓተብኩም ካብ ክሳድኩም ክተውጽእዎ የብልኩምን ሰላም በብዘለናዮ ሰላም የውርደልና እግዚአብሔር
@akiaki8366
@akiaki8366 3 жыл бұрын
No winti habtey maeitebna nkrstiyan armana ksab zkone gdn kngebro eyu zelena slezi gdn gberi ማዕተብ ዝሃብተይ አቲኦም ክሳዶም ይሕሊፎም ዝሃቡ ሰማእታት ኣብ ልብና እምነትና ኢሎም ሱቅ ምበሉ ነሮም ምስናይ ይቅረትኡ ተገዲስኪ ይተንብብያ ተስፋ ይገብር ኣጆኪ ከኣ ኣይትሕመቂ።
@galtgray7198
@galtgray7198 3 жыл бұрын
ዊንቱ ሽኮር ማዓተብ ግን ናይግድን ክትገብሪ ኣለኪ
@lifeishard7018
@lifeishard7018 3 жыл бұрын
Winta shkor Respekt of you brifully gerils Love so much it sweet ❤️💯 God Bliss eritran pepele
@samraysameay7848
@samraysameay7848 2 жыл бұрын
ዋእ እግዚኣብሄር ንዑሩቃት ኣይከድንን ድዩ እግዚኣብሄር ንሕሙማትን ንጽጉማትን ንሽጉራትን ኣይርርድእን ድዩ መጀመርታ እቶም ትሓቱ ዘለኹም ሕቶታት ዓቢ ጌጋ ተጋጊኹም ዊንታ ውን ብምምናይኪ ዓቢ ጌጋ ተጋጊኺ
@kahsaihaile6285
@kahsaihaile6285 3 жыл бұрын
ንትሕናኽን ለዋህን ለጋስ ምዃንክን ብዘይ ቃል ዓለም የድንቅ ቀጽልዮ ድማ፡፡ ኣብ ጉዳይ ማዕተብ ግና ካብ ነቶም እምነት ዘይብሎምን ብዝተፈላለየ ጥቅምታት ካብ እምነት ዝወጹን ኢልኪ ማዕተብኪ ምብታኽ፡፡ ነቲ ክሳዕ ሞት ዘፍቀረክን ምእንታኺ ከኣ ኣብ መስቀል ተሲቂሉ ሕይወት ዝሃበክን ጎይታ ብምፍቃር፡፡ ከምታ ታቱ ኣብ ሕይወተይ ዓብይ ቦታ ኢዩ ኢልኪ ኣኽቢርኪ ትሕልውያ ዘለኺ "ማዕተብ" ከምኡ ብምርኣይ ማዕተብ ክትገብርን፡ ነቶም መዓንቀፊ ትኾንዮም ዘለኺ መምሃሪ ከም ዓባይ ሰብ ከኣ ኣብነት ክትኮኒ ይላበወኪ። እስከ ክሓተኪ ዊንቲ ሓደ ከሓዲ ሰማዕትነት ክህብ እንተ ዝመጽእ፡ነታ ጥርሓ ዘላ ክሳድኪ ርእዩ ዶ ምመሓረኪ ወይ ብልባ ተዋሕዶ ኢያ ኢዩ ምቆረጸኪ?፡፡ ስለዚ ዊንቲ ሓፍተይ "ሰብ ብልቡ ኣሚኑ ብኣፉ መስኪሩ ከም ዝጸድቅ ኣይትረስዒ" እግዚኣብሔር ምሳኺ ይኹን ፡ጽዮን ድንግል ማርያም ትሓሉኺ።
@shishayabrhaley1885
@shishayabrhaley1885 3 жыл бұрын
ኣስላማይ ምዕተብ የብሉን ዝለዚ ካብኩሉ ናጻ ክኸውን እየ ዝደሊ ኢልኪ ግን መስኢልኪ እምበር ናይ ኣስላም ጸጊዒ ዶ ኣይኮንክን? መልስኺ ዘይምግባረይ ደስ ስለዝብለኒ ክኸውን ነርዎ ሓሲብኪ መልሲ።
@mulugetagebrhiwet5979
@mulugetagebrhiwet5979 3 жыл бұрын
ዊንታ ብጣዓሚ ጽብቅ መልሲ ኢዩ ግን እታ ናይ ማዓተብ ብጣዓሚ ተጋጊኪ ማተብ መለለዩ እምነትና ኢዩ ኣስተውዕሊ ንሰብ ኢልኪ ኣምልኪ ከይተቆጥዒ ዓገብ ንክሉኩም ተዋሳኣቲ ክርስትያን ኩኑ ኣስላም ብሃይማነትኩም ከይትሓፍሩ ኣስተውዕሉ ሓደራ ሓደራ . ንዓኩም ስተሓሰበ ዓስቢ ከይሕደገኩም ኣስተውዕሉ..
@user-hv5ql4ri9h
@user-hv5ql4ri9h 3 жыл бұрын
ፈጣሪ ኸ ተትከውን ኔራ ኣይብሃሊን ፈጣሪ ኸ ኣይሮኦምን ዶ ነቶም ትጠቅስዮም ዘለኪ ።ሙልእ ምገበርኪዎ ኪትብሊ ከለኪ ፈጣሪ ዓለም ከ ጎደሎ ኣለዎ ።ልዕሊ ዓቅምና ሕቶ ኣይንሕተት ኣብናይ ፈጣሪ ስራሕ ጌጋ። 2ይ ካስ ስነ ጥበብ ኪትመርጺ ካብ ሰባይኪ ።ካብ ቃልኪዳንሲ ሽነ ጥበብ ኪትመርጺ ድዩ ዝከውን ዘሎ ጉዳሜኛ ኣርቲስት ኢሊ።
@jesuslovesme7440
@jesuslovesme7440 3 жыл бұрын
🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣
Smart Sigma Kid #funny #sigma #comedy
00:40
CRAZY GREAPA
Рет қаралды 38 МЛН
Joker can't swim!#joker #shorts
00:46
Untitled Joker
Рет қаралды 39 МЛН
Ouch.. 🤕
00:30
Celine & Michiel
Рет қаралды 47 МЛН
الذرة أنقذت حياتي🌽😱
00:27
Cool Tool SHORTS Arabic
Рет қаралды 10 МЛН
Winta Mekonen Dendani /ደንዳኒ New Eritrean music 2020-( official Music Video)
5:50
ሉል ቴድሮስ | New Eritrean Interview With Lul Tedros 2023 | SELEDA
55:01
Smart Sigma Kid #funny #sigma #comedy
00:40
CRAZY GREAPA
Рет қаралды 38 МЛН