ደረቐኛ ሕቶታት ምስ ስነጥበባዊት ሩታ ምክኤል Armana entertainment ብሃኒባል ቴድሮስ ዝቐርብ መደብ

  Рет қаралды 305,926

Armana Entertainment

Armana Entertainment

2 жыл бұрын

‪@ArmanaEntertainment‬ 2021

Пікірлер: 1 300
@angosomyigzaw6062
@angosomyigzaw6062 2 жыл бұрын
እስቲ ነዛ ምንጭውቲ ቆልዓ❤ ተድንቅዋ👍👌
@user-uz9qe6rw4z
@user-uz9qe6rw4z 2 жыл бұрын
እንኤና ኣዉዚ 😀💞
@user-cp9tx2zf5d
@user-cp9tx2zf5d 2 жыл бұрын
ታማ ልሃጃ ና ትግራይ ትጥቀሙ ለ😂
@sukmbalmefthiaykonen300
@sukmbalmefthiaykonen300 2 жыл бұрын
ዑቅባ ህተት ወዲ ይግዛው ዓርከይ single eye tbl ala kkk
@kflomzeray1596
@kflomzeray1596 2 жыл бұрын
ሃኒ ሓወይ ብልቢ እየ ንክልቴኩም ካብ ቶም ዘድንቀኩም ስነ ጥበብ ናይ ሃገርና ኢኩም ኣብ ሂወተኩም ጥዕና ኣብ ስራሕኩም ድማ ኣሳልጦ ይምነየልኩም ቀጽልዎ ብካልእ መደብ ኣብ ዝመጽ ክንጽበየኩም ኢና ።
@angosomyigzaw6062
@angosomyigzaw6062 2 жыл бұрын
@@sukmbalmefthiaykonen300 ክክክክ ካናዳ ምስ በለት ኣቋሪጾዮ እንበር ........
@faniftse441
@faniftse441 2 жыл бұрын
ስነስርዓት100 ሕድኣት 100 ጠባይ 100 ኣምላክ ይመልኣልኺ ሮቲ ሽኮር ዕድመን ጥዕና ይሓብኺ ፈጣሪ
@grindingallmylife3705
@grindingallmylife3705 2 жыл бұрын
You’re right dear!
@bilumovie
@bilumovie 2 жыл бұрын
የእኔ ጅቡዕቲ ኡሟሟሟሟሟ ሰይ ብኹሉ ምልእቲ
@user-jx3sq1zp6u
@user-jx3sq1zp6u 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ እየ ዝፈትዋ ንሩት ስነ ስርዓታ አከዳድንአ አዘራርብአ ብጣዕሚ ብጣዕሚ ትድነቕ ከምዘን ነብሰን አጥቦተን እናተረአየ ዝኽደና አይኮነትን ነሩት ዝወሰደ አምላኽ ዝመረቖ እግዚአብሔር ብዘለክዮ የጽንዕኺ we love you 🙏💕❤️
@grindingallmylife3705
@grindingallmylife3705 2 жыл бұрын
You too, My dear!!!…
@sadulayweldeab1945
@sadulayweldeab1945 2 жыл бұрын
ሩቲ ጽብቅቲ።ስነስርዓትኪ ደስ የብል።ኣከዳድናኪ ድማ 100% ንኩለን ምሃርየንን።
@user-yu8qe1kr9p
@user-yu8qe1kr9p 2 жыл бұрын
ሩተይ ምቅርቲ ዕድመን ጥዕናን ያሃብኪ ነባት ነብስና ንንሳሓሉ ግዜ ያሃበና ጎይታ ዕድመን ጥዕናን ያሃብኩም ሩቲ & ሃኒ
@shewithabtemarim729
@shewithabtemarim729 2 жыл бұрын
ኣሰይይይ ፡ ኣሜን ናይ ንሳሓ ይብቃና
@menaltesfamichael243
@menaltesfamichael243 2 жыл бұрын
Waww, amlakawi kal des zbl
@momaesuopk9680
@momaesuopk9680 Жыл бұрын
ሩተይ ሙቁርት
@gaimkobrum3394
@gaimkobrum3394 2 жыл бұрын
ትሕትና ኣለኪ ልውህና ቁንጅና ኣለኪ ምስ ኣካዳድና ይበል ልቦና
@ahmedinsalh9383
@ahmedinsalh9383 2 жыл бұрын
ሃኒ ሓወይ ወዲ ሓቦይ ኣምጽልና ።🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@user-qy8vf3zb1i
@user-qy8vf3zb1i 2 жыл бұрын
በጃኻ ንወዲ ሓዋቦይ እሳቅ የምፂእልና
@user-ho1zq6vs3o
@user-ho1zq6vs3o 2 жыл бұрын
ሃኒ ሓወይ ብስራሕካ ዑጉባት ኢና😊, ንቶማስ የማነ ራስታ እባ ኣምጻልና ከነድርቆ❤️።
@aduadu9291
@aduadu9291 2 жыл бұрын
Ya rastawi amxealna yeaho
@merirc2018
@merirc2018 2 жыл бұрын
እወ ከነድርቆ
@huruykeleta7854
@huruykeleta7854 2 жыл бұрын
ንልሉ ተድሮስ ኣምጻልና ፡
@melaketsegay7397
@melaketsegay7397 2 жыл бұрын
ኣይንደልያን
@nahomhans8726
@nahomhans8726 2 жыл бұрын
@@melaketsegay7397 kkkkk nmntay 😂
@melaketsegay7397
@melaketsegay7397 2 жыл бұрын
@@nahomhans8726 ንዓኣ ዝኸውን ሕቶ የብልናን
@nahomhans8726
@nahomhans8726 2 жыл бұрын
@@melaketsegay7397 feliteka aleku afqari sle zelewa ika 😂😂😂😂😂😂😂😂😂
@melaketsegay7397
@melaketsegay7397 2 жыл бұрын
@@nahomhans8726 ክክክክ ዓይነይ ኣብ ሩቲ ጥራሕ ዩ ሲንግል ያ ክኣ ክክክክ ድሕሪ ሕጂ ኢንተርቪው ኣይሰምዕን የ ናይ ሩቲ እኩል ዩ
@user-kf7ep9hs1o
@user-kf7ep9hs1o 2 жыл бұрын
ርቱየይ ምቅርቲ ምዕርግቲ ምቅልልቲ ማራ እየ ፍትውትው ዘብለኪ ሓፍትኪ ካብ ትግራይ ሃኒ ሓውና እውን በጣዕሚ እየ ዝፈትወካ ዘክብረካ ቀፅለሉ ዛሓወይ ኣጆኩም
@user-jh1ln5gr1h
@user-jh1ln5gr1h 2 жыл бұрын
እውይ ፍቅራት ኢና ኽትብሉ ተስፍ ይገብር ሩተይ❣️❣️🙏🙏
@user-gz3ki2jp9q
@user-gz3ki2jp9q 2 жыл бұрын
ሩታ ሺኮር ኩሉ እንትናኺ 100/100 ሂበኪ ኣለኹ፡ኣከዳድናኽን ቁኖኽን እሞ መግለጺ የብለይን፡ዕድመን ጥዕናን ድማ ይምነየልኪ።
@user-ui6pd3yc3o
@user-ui6pd3yc3o 2 жыл бұрын
ኣነስ እወ ፍቁራት እና ትብሉ ናትፀበይኩ ብዝኾነ ፅኑዕ ሓደርን ሕጉስ ህወትን ጥንኩር መንፈሳዊነትን ይምየልኩም❤❤❤
@farh7465
@farh7465 2 жыл бұрын
ዋላ ኣነ ብሃንቆውታ ክፀበ ፀኒሐ ግን ኣግዲዖሙና
@eriasma6597
@eriasma6597 2 жыл бұрын
ኣነ ከማን ከምኣ እያ ትጽቢተይ ነይራ ሕጂውን ንመን ኢልዎ ፈጣሪ ብሓደ ተመርዕዮም የርኤና ይኸውን ፈጣሪ 🙏🏾
@ustazsaid3136
@ustazsaid3136 2 жыл бұрын
Kandaha kiebkl hassbe behansab tzaebena Kandaha elan Abahade gezey
@user-bz6oy1wn4u
@user-bz6oy1wn4u Жыл бұрын
❤❤❤❤❤
@asmeretmokonon5898
@asmeretmokonon5898 8 ай бұрын
​@@farh7465ygfgggv
@user-pt7ng2ui7f
@user-pt7ng2ui7f 2 жыл бұрын
ሩቲየ ዓባይ ሰብ ኩልተናኣ ምልእቲ እግዚኣቢሄር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ & ሓሳብ ልብኪ የስምረልኪ ሓቢብቲ ኣና❤❤❤❤❤❤ ከሙኡ ውን ሃኒ ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ ንስካ ከማን ከመኣ ዝጎድለካ ዘይብሉ የነ ቆንጆ🙏🥰🥰🥰🥰❤❤❤
@shewitchannel9851
@shewitchannel9851 2 жыл бұрын
ክፈትወኩም ሃኒየ ሩቱየ አቤት ትሕትና ቐፅልዎ❤️❤️
@user-yd8lb2gk9i
@user-yd8lb2gk9i 2 жыл бұрын
ፅብቅቲ ፍጥረት ❤️
@user-xu9tl4dv6r
@user-xu9tl4dv6r 2 жыл бұрын
ፅብቅቲ ኣከዳድንኣ ኣዛራርባ ርግዕቲ
@weldensedebesay2057
@weldensedebesay2057 2 жыл бұрын
ሩቲ ዓባይ ሰብ ፍርሃት እግዝኣብሄር ዘለኪ ሰብ ኢኺ በሓቂ ናይ ሕልምኺ ወዲ ይሃብኪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ🙏🙏🙏 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@grindingallmylife3705
@grindingallmylife3705 2 жыл бұрын
God blessed you’re life Ruta!!!…
@user-rm5ln3zb3d
@user-rm5ln3zb3d 2 жыл бұрын
Great job ፡ ናይ ብሓቂ ራኢ ዘለኪ መንእሰይ ኢኺ ቀጽልዮ ፡ ትሕትና ተልዩ ኩሉ ግዜ ዝና ልዕል ይብል ኢዩ ሞ ፡ ካብቲ ደስ ዝብል ነገር ድማ ትሕትናኺ ኢዩ ስለዚ ኣጆኺ ኣብዝለዓለ ደረጃ ኪትበጽሒ ኢኺ
@salamasalama2510
@salamasalama2510 2 жыл бұрын
ኣብ ኣባት ተፍሰይ ከይደ ምስ ተናሳሑኩ ዋውው ፁብቅ መልሲ
@eatulove2838
@eatulove2838 2 жыл бұрын
Wawww aza gal melise feteya amlak admen tanan yhabki absrahki asalto ymneyelki 🙏🙏🙏🙏💗💗💗💗😘😘😘😘😘
@keneberayedlen7282
@keneberayedlen7282 2 жыл бұрын
Ne ruhi zefetu like yahbeni 🥀♥️🥰🤞💯💯💯💯
@holyland7028
@holyland7028 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዘብል ንድረቐኛ ሕቶኻ ከም ዝሃድእ ጌራቶ።ዕድመን ጥዕናን ኣብ ከጻሊ ንወዲ ሓቦቦይ ከ ኣምጻልና።
@habtomhabtom5913
@habtomhabtom5913 2 жыл бұрын
ይበል ኣከዳድና ሩቲ ሓብተይ ሽኮር።
@weyniissac2053
@weyniissac2053 2 жыл бұрын
ለባም ማይ ዝሰተየት ጋል ኣነስተይቲ ንፍዕቲ 🥰🥰🥰
@eritreanorthodxmezmur2190
@eritreanorthodxmezmur2190 2 жыл бұрын
ነዛ ጋል ኢዚኣ ዝወሰደ ዝተረፈ ዕድሚኡ ተሓጉሱ ከሕልፊ እዩ። ሩቲ ናይ ብሓቂ ንስኺ እታ ሓቀኛ ሰብ ኣምላክ ዝፈትዋ ሰብ ኢኺ ኣጆኺ ከምቲ ሕጂ ዘለዎ ሓሳብኪ ከምኡ ቀጽልዮ ኣምላክ ከኣ ዝደለኽዮ ክገብረልኪ ኢዩ ካብ መንገዲ ኣምላክ ከይትወጺ ንስኺ ናይ ብሓቂ ሰብ ኢኺ ሎሚ ሰብ እዩ ተሳኢኑ እዩ፡ ካብዘን ኩለን Interwiew ዝገበራ ደቂ ኣንስትዮ በዛራርባኣ በካዳድናኣ ዝበከጸት ጋል ኮይንኪ ኣለኺ ። ሽልማት እንተዝህልዎስ ንስኺ ንወሰድክያ ዓለም ደኣ ከምዚ ዝገብር ኣይትፈቱን እያ እምበር ግን ኣምላክ ሂብኪ ኣሎ እቲ ጸጋ ልቦና ካብኡ ዝዓቢ ሽልማት የለን ። ኣጆኪ እየ ክብለኪ ዝደሊ፡ እተን ብመንገዲ ኣምላክ ዘይከዳ ዘጸብቀለን ዘይፈልጣ ኣሕዋትና ትርእየን ኣለኪ ክሓስራ ይውዕላ ኣለዋ ፡ንስኺ ግን ከም ኮኮብ ተወሊዕኪ ። ኣምላክ ጸጽብቁ ኩሉ ግዜ ይዓድልኪ ። ካብ ብልቢ ኣድናቅኪ ሓውኺ።
@natsenettesfay1860
@natsenettesfay1860 2 жыл бұрын
Nay bhaki amlak ❤❤❤❤
@teklalegese4981
@teklalegese4981 2 жыл бұрын
Nay behakey lebam gal eya
@makilove6390
@makilove6390 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ
@misghinakidane2187
@misghinakidane2187 2 жыл бұрын
መግለጺ ስኢነልኪ ሩቲ ሽኮር ይበል ኣከዳድና ከም ኣዴታታ,100% ስነ-ስርዓት ካብቲ ሽኮር ገጽኪ ልቦናክን ትሕትናክን ኣድኒቀኪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ደቂ ኤረይ ሓላላት. ዓድና ሰላም ኮይኑ ምስቶም ንፈትዎም ስድራናን ዓድናን ተሓካኩፍና ነሕልፈሉ ግዜ ይሃበና 🇪🇷❤🌹💋
@merhawikibreab2238
@merhawikibreab2238 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ እግዚኣብሄር ይሓግዝኪ ጋል ኤረይ ምቅርቲ ፍርሃት እግዚኣብሄር ዘለዋ
@awetkedane3947
@awetkedane3947 2 жыл бұрын
ሩታ ሓፊተይ ብጣዓሚ እየ ዝፈትኪ ዘደቀኪ ሓፉትኪ ካብ ትግራይ
@user-qi7de1hp2h
@user-qi7de1hp2h 2 жыл бұрын
አነውን ብጣዕም እየ ዝፎትዋ ዘፍቀቅራ💊💊❤️❤️💛💛
@selam801
@selam801 2 жыл бұрын
ሩታየይ ምቅርቲ አነሰ ትሕትናኪ ክምቸወኒ we love you more
@segeneasmara596
@segeneasmara596 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቅ ፕሮግአም እዩ ቀጽልዎ ኢኩም 🇪🇷🇪🇷❤️🌹🥀
@gjdrfush1649
@gjdrfush1649 2 жыл бұрын
ሃኒየይ በጃካ ንሚልየን ሃይለ ኣምፅአልና 🙏
@zenbzz4533
@zenbzz4533 2 жыл бұрын
ሩቱየይይ መቀረት🥀♥️😍🥀♥️♥️♥️♥️
@desalewelderufael6079
@desalewelderufael6079 2 жыл бұрын
እንቃዕ ብድሓን መጻእኩም ሓላላተይይይ
@abrshey4291
@abrshey4291 2 жыл бұрын
ዕልልልልልልልልል Rutuyee ፀሓይ ገፃ Rutuyee ብርሃን ዓለም Rutuyee ማዓርግ ጥበብ ፍትውውውው ኢና ነብለኪ ፅርይተይ እግዛቢሄር ፀጋኡን በረከቱን የብዝሐለን ቅድስቲ ድንግል ማርያምን ንዓክን ንስድራ ቤትክን ፅላል ትኩንኩም love u Eumaaaaaaaaaa💟💟💟💟💟💟
@helenshimendi7041
@helenshimendi7041 2 жыл бұрын
እዉይይይይ ፈጢርላ ክጥዕም ከኣ ቲ ምርቃኪ/ካ
@sooqugalasbehalale270
@sooqugalasbehalale270 2 жыл бұрын
እረ ወዲ ሓዎቦይ ኣምፀእልና በጃካ
@user-wb2id9fx5b
@user-wb2id9fx5b 2 жыл бұрын
Well come Eritrea 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@tijeytijey3669
@tijeytijey3669 2 жыл бұрын
Awe wedi haweboy jok eyu kief alewo azererbiu
@ftsumeyob9104
@ftsumeyob9104 2 жыл бұрын
ወዲዎቦይ ኣምጻእልና በጃካ
@nahomwedi5075
@nahomwedi5075 2 жыл бұрын
Ja pals emxey nafaqney
@biniammisghna8905
@biniammisghna8905 2 жыл бұрын
ክክክክክ ተስሑቁ ኩላኹም
@Mmmm-pu2oq
@Mmmm-pu2oq 2 жыл бұрын
ሩታዬ ኣነስ ክፎትዋ ርግእቲ 💞💞💕💕
@sammygebre8177
@sammygebre8177 2 жыл бұрын
ሩት ሹኮር !! ኣዛርባኣ ትሕትናኣ ኣከዳድናኣ ምጭውቲ እግዚአብሔር ኣምላኽ ከምትደልዮ ይሃብኪ !!! ሃኒ ንወዲ ሓዎበይ ኣምጻኣልና...
@selamselam2549
@selamselam2549 2 жыл бұрын
ሩቱየይይይ ማዓረይ ፅብቅቲ ልዕሊ ኩለን ቀፅልዮ እየ ዝብለኪ ፍትወተይ ክገልፀልኪ ቃላት የብለይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@meronkahsu9808
@meronkahsu9808 2 жыл бұрын
ኣነ ከም ዝተረዳእክዎ ሕቡእ ፍቅሪ ዘለኩም ትመስሉ ኣስተባህልሉ 😁 ብጣዕሚ ዝያዳ ዝፈትወኩም ሂኒየይ ሩተይ 💘♥🙏
@ሃገረሰማእታት
@ሃገረሰማእታት 2 жыл бұрын
ዋዋውውውውውው ሩቲ ዓባይ ሰብ ኣምላኽ ፍርሃት እግዛቤሂር ዘለዎ ከማኺ ቱሁት ኣምላኽ ይሃብኪ ሕጉስ ሂወት ይምነየልኪ ። ኣምላኽ ዝበሎ እዩ ዝከውን እንበር ንሃኒ ዓቢ ሰብ ክፍ ዘለዎ ሓዳር ምኮነልኩም እዩ። ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኩም ካብ ነርወይ ኣድናኪኩም
@freweynikidane4943
@freweynikidane4943 2 жыл бұрын
Thx Hani Rutuya tegediskum htoy meliskuma abgonukum alena Amlak akakbo yfterelinaaa❤️🙏🙏🙏🙏🇪🇷🙏🙏Amannnn Aman
@user-mh5iv2rj2g
@user-mh5iv2rj2g 2 жыл бұрын
ሩታየይ ሺኮራ ♥️♥️♥️ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እግዚአብሔር አምላክ አሰይይይ ደሰ ባሃልት 😘😘
@user-iy2vt5bt1v
@user-iy2vt5bt1v 2 жыл бұрын
ለባም ፍጥረት ብጣዕሚ ኣድኒቀኪ ህድእ ዝበልኪ ኩለን ሰነ ጥበባዉያን ከማኪ ከም ዝኮና ፅቡቅ ነይሩ።ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ዝሓፍተይ
@binihanok9867
@binihanok9867 2 жыл бұрын
ደስ ክትብሊ እሞ ከኣስ ማራ በላሕ ጋል ዋው ድወጸኪ የብልክን ሩት ሺኮር ኣምላክ እድመን ጥዕናን የሃብኪ።
@merhawibrhane8593
@merhawibrhane8593 2 жыл бұрын
ንወዲ ሓወቦይ ኣምፀኣልና ሃኒ ሓወይ 🥰🥰🥰
@redsea9757
@redsea9757 2 жыл бұрын
ደቂ ኤረይ ኣዚና ኢና ንፈትወኩምን ነፍቅረኩምን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ። ስራሕኩም የሰስነልኩም እንጀራኹም ይብዛሕ ።
@nugusbrhankesete5253
@nugusbrhankesete5253 2 жыл бұрын
እቶም ኣዝዮም ዘድንቆምን ንመጻኢ ውን ብዝሕ ካባቶም ድጽበዮምን ስነ ጥበባውያን ሃገርና ሩቲ ምስ ሂኒ ብጣዕሚ ደስ ዘብል መደብ ዕድመ የሃብክም ፈጣሪ
@kf4113
@kf4113 2 жыл бұрын
እዉይ ኣታ ሃኒየይ ታይዳኣ ኩሉ ግዜ ከሓትት ከለኹስ ሕቶይ ታሓልፎ ናይ ብሓቅ ነብዐ ኩሉ ግዜ በሃንቀዉታ ዝፅበዮ መደባት ኢዩ ነይሩ ካብ ሕጂ ሕቶይ ገድፈ ኪከታተለኩም ጥራይ ኢዩ ዘለኒ ብዝኾ ሰላም ኣምላኽ ምስ ኩላትና ይኩን ሓላላተይ
@wintakidane9453
@wintakidane9453 2 жыл бұрын
Wela an
@BMBM-ly3bx
@BMBM-ly3bx 2 жыл бұрын
Wala natey ane khatt nsom knetrwo
@kf4113
@kf4113 2 жыл бұрын
@@wintakidane9453 ባሓቅ ኣጆኽ ዊንቴ ዝሓተትኪያ ናይ ሕተትንሞ ኣነ ክምልሰልክ እንታይ ዳኣ ንገብሪ
@kf4113
@kf4113 2 жыл бұрын
@@BMBM-ly3bx ኢዋይ ታይዳኣ ዝግበሮ ወደይ ኣጆኽ መቐረት
@wintakidane9453
@wintakidane9453 2 жыл бұрын
@@kf4113 kkkk okm yhaysh
@seare448
@seare448 2 жыл бұрын
She is a gerat actor and she is young and I wish her to be better. Especially her behavior is very nice, she is humble and Polite . God bless Ruti schkorr.😎
@gueshmesel8805
@gueshmesel8805 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ደስ ትብለካ ጋል ኢያ ትሕቲ ፍርሃት እዝጋቢሃር ዘለዋ ኢያ ሶ ኣዝየ ኢየ ዘድንካ ኣጆኪ ቀጽልዮ የንየ ኮንጆ ከማኪ የብዛሓየን
@brundo6783
@brundo6783 2 жыл бұрын
ባጽዕ ከይደ ኣይፈልጥን ኢየ ዝበልክያ ኣብ በይንኺ ኣይኮነን ትብል ደርፊ ጋቢዘኪ ኣለኹ
@filifili1592
@filifili1592 2 жыл бұрын
Eway rutye shkor des debel elal i like it 💟💞💯✔✔✔✔✔
@Tehesh
@Tehesh 2 жыл бұрын
ሩታየይ ፅሪቲ 😘😘😘😘 አሰይ ህያበይ እግዚአብሔር አምላክ ዕድመን ጥዕናን ያሃበኪ ብጣዕሚ እየ ፍቱዉቱዉ ዘብለኪ ❤❤❤
@mogostsegay5493
@mogostsegay5493 2 жыл бұрын
She is really sweetheart, hamble & respectful girl. She answered correctly all the questions also the way she used the words to answer them is nicely & kindly . #Golden words flows from Golden mouth. Hope in my life time to get such a sweetheart like her. GOD BLESS YOU BOTH. keep going Hani it's a nice & entertaining channel .
@hasiethagos32
@hasiethagos32 2 жыл бұрын
ዋውውው ጎበዝ ዝኮነት ቆልዓ!
@yulemihreteab8146
@yulemihreteab8146 2 жыл бұрын
ጽብቕቲ ፍጥረት
@user-of3or2vg1c
@user-of3or2vg1c 2 жыл бұрын
❤💖👏 i love you my sister ሩታ ቆንጆ ቅጽል ሃኒ ሓወይ ናተይ መዓርይ👍💖❤
@bereketgebremedhin951
@bereketgebremedhin951 2 жыл бұрын
ዕደመን ጥዕናን ይሃብኩመ ሃኒ & ሩቲ ከማኺ የብዛ ሓየን በላሕ ጓል ዚተረፋ ግዜኺኣበይ መሕለፈኪዬ ኣብ መንሳህ የሕጉሸኪኒ ኣጆኺ ንፈዕቲ 🌴🌴🌴🌴🥀🥀🥀🌷🌷🍇🍉🍉🌽🥑👍👍👍👏👏👏👏👏👏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@filmongermay7006
@filmongermay7006 2 жыл бұрын
ዋዋዋዋዋዋዋዋዋዋ ደስ ዝብል ትሕትናን ልቦናን ኣምላክ ይመልአለኺ።
@haftushtgraway1222
@haftushtgraway1222 Жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ምጭውቲ ፍጥረት🥰❤
@yhdegahadgu8234
@yhdegahadgu8234 2 жыл бұрын
Wow God Bless you I pray You have all the happiness and health
@SimonMe2
@SimonMe2 2 жыл бұрын
Betami eya zeftwkum kebrat yehewat keep going like those interviews 🥰
@fnankaleab7051
@fnankaleab7051 2 жыл бұрын
I would like to say Ruti is the best actress. please keep going Ruti ....
@hxjhgcjvvjgiugtgghvccc9083
@hxjhgcjvvjgiugtgghvccc9083 2 жыл бұрын
ሩቲ ፅብቅቲ🥰🥰
@user-fs1fs7rd6h
@user-fs1fs7rd6h 2 жыл бұрын
ብኹሉ ትመስገኒ ፅቡቕ መልሲ መሊስኺ ብፍላይ ኣብሓዳር ን ኣብ ዕድመን ትመስገኒ ይገብረኪ ኩሉኹም ንፉዓት
@user-wi5ot6kt5d
@user-wi5ot6kt5d 2 жыл бұрын
ፁሩያተይ ደስ ክትብሉ🤲ሩቲየይ ምዕርግቲ
@ghenetkidane8311
@ghenetkidane8311 2 жыл бұрын
ምሉእ ዕድመን ጥዕናን ንዓኪ ይኩን መቀረተይ! 😘😘😘
@grizman5541
@grizman5541 2 жыл бұрын
ብተቅርባ ስራሕቲ ፁቡቅ ቀፅሉ እናበሉኩ :: ሃኒ ሓወይ ንኤፍሮም አፍሮ አምፀልና በጃኻ
@user-or7fs3wl4l
@user-or7fs3wl4l 2 жыл бұрын
ወይ ኣታ ሃን መን እያማ ሰበይትኻ ካብዘን ኹለን ፁቡቃት ተወሳእት ባዶ ዋይ 😔😔 ወይ ኣፋልጠና ወይ የብለይ በል ትፈርሐን ድኻ ኾይንኻ ወይስ ይፈርሓኻ ድፊቅር ምጥያቅ ማለተይ ፁቡቃት እየን ኹለን ካብዘን ኹለን ባዶ ቃርኻ ዋይ ሃን ሓወይ
@user-cp9tx2zf5d
@user-cp9tx2zf5d 2 жыл бұрын
እሞ ንሩቲ ዶ ንሕተተሉ ባዕልና😂
@user-or7fs3wl4l
@user-or7fs3wl4l 2 жыл бұрын
@@user-cp9tx2zf5d ማርያምን ኮሞንቶች ካብ ተመነናዮ ክብረት ኣማረይ ሉሊ ተድሮስን ኣዋስብና ጥራሕ ማለተይ ኑሶኑሶኦም ተትዋሰቡ ክንደይ ምጣዓመ ሃን ኣሕና ኹሉ ግዘ ንመርፀሉ ኡሱግን ወይከ 😳😳😳
@teklalegese4981
@teklalegese4981 2 жыл бұрын
@@user-or7fs3wl4l kkkkkk
@andemariamkidane5940
@andemariamkidane5940 2 жыл бұрын
Btaemi des tbl seb ya thank you very much lieli kulu ke alebabsa
@lulilulitta7222
@lulilulitta7222 2 жыл бұрын
Hani, rutta asli bitami iye difetwekum muqurat deqi erey ❤❤❤❤❤👌👌👌👌
@akiaki8366
@akiaki8366 2 жыл бұрын
ሃኒ ሓወይ ኣነ ናይ ልበይ ተቀይመልካ ስለምንታ ንሕቶይ ነጺግካዮ ከኣ ሕተቱ ትብሉና ንሕቶታትና ከኣ ትነጽግዎ
@tigrinya531docduccomentary
@tigrinya531docduccomentary 2 жыл бұрын
ኣብየት ትሕትና ከማኺ የብዝሓልና 🙏🙏
@amithayelay4193
@amithayelay4193 2 жыл бұрын
ሃኒባል እና ሩታ ግን ፍቅራት እተቲኮኑ ዓለም ምጭውቲ ሂወት መሕለፍክማ 🌹☝️
@Zaydftwi69
@Zaydftwi69 2 жыл бұрын
ሩተይ መቕርት ❤❤❤
@ghideykahssay9473
@ghideykahssay9473 2 жыл бұрын
We love Ruta shkore 🇪🇷♥️🙏
@user-pf9hi1so4f
@user-pf9hi1so4f 2 жыл бұрын
እግዚኣብሔር ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ሩትየ ምቅርት እመ ብርሃን ምሳኪ ትኹን ብጣዓም ንፍዕት l love you so much ❤ ♥
@gerieberihuhailu121
@gerieberihuhailu121 2 жыл бұрын
Wwwwwww ብጣዕሚ ደስ ዝብል ዕላል ዉርዚቲ ኣንደበት ዘረባኣ ደስ ክትብል ። ኣብ ምርጫታታ ብዙሕ ሰብ ዝመርጾም ጽቡቓት ነገር ዮም ንኣብነት ፋሪሃ እግዚአብሄር ዘለዎ፡ዘይኑሱ ዘይመስል፡ቅንኣት ዘይስመዖ ። ብልጽቲ ስነጥበባዊት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ
@Tesfa325
@Tesfa325 2 жыл бұрын
You guys are so lovely 💕, keep up the good work.
@sabatesfamariam6155
@sabatesfamariam6155 2 жыл бұрын
ብመጀመርታ ሰላም ይምነየልኩም ቀጺለ ሩቲ ምቅርቲ ቀጸልዮ ከማኺ ይብዝሓ ሃኒ ካኣ ብጣዕሚ ኢና ነመስግነካ ግን ዓርኪ እንተ ዘይብልካ ንሩቲ ሕተታ ብኩሉ ነገርኩም ሓደ ኢኩም ትመስሉ ደፊረ እንተ ሃልየ ግን ምስ ናይ የቅሬታ
@teklalegese4981
@teklalegese4981 2 жыл бұрын
Nay behakey 👏👏👏
@user-rd1mg3qw9j
@user-rd1mg3qw9j 2 жыл бұрын
ዓርኪ ኣላቶ ሰበይ ናተይ
@user-em1tm7cs6x
@user-em1tm7cs6x 2 жыл бұрын
ሩታየይ ፅብቅቲ ክፈትወኪ ማዓት እየ ምዕርግቲ❤️♥️♥️❤️
@filmontekle976
@filmontekle976 2 жыл бұрын
ንመጀመርታይ ግዜ ኢየ ዝርኤ ዘሎኩ ኩሉንትንኣ ደስ ትብለካ ። ግርህነትክን ቅንዕነትክን ጽባቀኪ ኢዩ መልእዮ ።
@royaltyyonas5611
@royaltyyonas5611 2 жыл бұрын
ሃኒ! ሎሚ ደኣ ተድርቃ ዘይኮንካ'ስ ጉዳይካ ኢካ ትገብር ዘለካ። love you deki ERi🥰🥰🥰
@yonasmehari6223
@yonasmehari6223 2 жыл бұрын
Kkkkkk
@titiberheberhe8944
@titiberheberhe8944 2 жыл бұрын
Kkkkkk
@danielmekonen6031
@danielmekonen6031 2 жыл бұрын
I haven't seen in screen yet but she is so quite and stunning. I like everything about her, the way she has. Even she seems be so close respectful. I expected when she nominates the best three eritrean Artists that she would nominate Abraham Afewerki in the top three.
@donaraynom682
@donaraynom682 2 жыл бұрын
ሩተይ ዓይነይ ኣብ ስራሕኺ ኣሳልጦን ክብረትን ይምነየልኪ ቀጺለ ክብልኪ ዝደልኸ ኣሎ ዘጠዓሰትኪ ኣብ ፍሊም ዝሳርሕኽያ ነገር ኣባኻ ብሃ ኣይሰራሕኽዋን ተብልያ ፍሊም አንታይ ትብል
@user-hy3op6yx3t
@user-hy3op6yx3t Жыл бұрын
ሃኒየ ሩቱየ ዝፈትወኩም ዘድንቅኩም ሙቁራተ ፍጥረት 🙏🥰💞🥰💞🥰
@selamkifle306
@selamkifle306 2 жыл бұрын
Amen 🙏 haney edmen teinan yhabka Rutey konjo 🥰🥰🥰🥰Issak( we'd haweboy) ente zkeal koynu.
@ereyalmey3685
@ereyalmey3685 2 жыл бұрын
ሩተይ ሽኮር ይኣክ 😘😘😘
@endumane7742
@endumane7742 2 жыл бұрын
የለን የለን ከማኪስ የለን ትብል ደርፊ ስምዕለይ ኢኪ ምቅርቲ ፍትረት
@user-cb7uf6pc4e
@user-cb7uf6pc4e 11 ай бұрын
ሩተይ ሽኮር መክሰቡ ዓለም ዕድመን ጥዕናን ያሃበኪ ፈጣሪ ናይ ልበይ ረኪቡክኒ ምስ ስድርኦም መራከቡክዎም ❤❤❤❤❤
@mileynatey6286
@mileynatey6286 2 жыл бұрын
Nluwam tedroa amxelna bejaka hani hawey and love you deki eri ❤️❤️🇪🇷
@luwamhabtay1713
@luwamhabtay1713 2 жыл бұрын
Aseyyyy ruti mikirti miss you gale Eray 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@selamawitweldeab4648
@selamawitweldeab4648 2 жыл бұрын
Aseyyyy 🥰 mkirti Beautiful ❤️ humble no comment beka
@tesfahiwetyohannes5330
@tesfahiwetyohannes5330 2 жыл бұрын
Ane ament mexei n rutiy teray aytetrfa hani hawey. Ane n ruta aziy ygodlki yu zebl kab Akedadnei Ykun tebaya gedelo ayreikulan . Keep it your mind and your job sister i hope one time she ist great artist for all💯👏👏👏
@semunaomimogos7338
@semunaomimogos7338 2 жыл бұрын
ሃኒ ብሓቂ እቲ ትገብሮም ቃለ መጠየቅ ጽቡቅ ሓታታይ ኢኻ ፡ ንሩታ ዝሓታ አብ ፍቅሪ የላን ብፍቅሪ ተበዲላ ኮይና ድያ ወላ ካልእ ሚስጢር አለዎ ስለምንታይ ፈቃር እያ ትመስል
@titigebremariam7489
@titigebremariam7489 2 жыл бұрын
Aseyyyyyy Ruti shikor amlak edmen tienan yehbki 🙏🙏🙏♥️
@maharitesfamichael2845
@maharitesfamichael2845 2 жыл бұрын
ሃን ግደፍ ጽቡቅ ኢያ ዘላ ናይ ባሓቅ ጽቡቅ ሕቱን መልስን ኢግዚኣብሄር ሓሳብ ልቡኩም የስምረልኩም
@vanittaema1922
@vanittaema1922 2 жыл бұрын
She is really smart bless you Rutiye keep going dear 😘🥰❤️
@tedrosaemnay8987
@tedrosaemnay8987 2 жыл бұрын
እንካ ብድሃን መጽኣኩ ሃኒባል ሃወይ🤙
Nastya and SeanDoesMagic
00:16
Nastya
Рет қаралды 40 МЛН
A teacher captured the cutest moment at the nursery #shorts
00:33
Fabiosa Stories
Рет қаралды 53 МЛН
Eritrean Actress Winta and Sivu ዕላል ልቢ 1 ክፋል
1:16:41
Wini Entertainment
Рет қаралды 228 М.
Doing This Instead Of Studying.. 😳
0:12
Jojo Sim
Рет қаралды 12 МЛН
Toothbrush Glove Hack !?
0:16
Dental Digest
Рет қаралды 13 МЛН
tom with Jerry 😱 #funny
0:12
Nemi Shorts
Рет қаралды 14 МЛН
Toothbrush Glove Hack !?
0:16
Dental Digest
Рет қаралды 13 МЛН
Did you see the photo?
0:20
Women Power
Рет қаралды 37 МЛН