No video

ደረቐኛ ሕቶታት ምስ ስነጥበባዊት ኣድያም ስብሃቱ 2021 |ብሃኒባል ቴድሮስ ዝዳሎ ፍሉይ መደብ|

  Рет қаралды 333,992

Armana Entertainment

Armana Entertainment

Күн бұрын

‪@ArmanaEntertainment‬ 2021
ዘለኩም ርኢቶ ሕቶ ወይ ውን ክቐርበልኩም ትደሊዎ ጋሻ ኣብ comment section ጽሓፉልና፡ከነቕርበልኩም ኢና ::
#eritreaninterview #eritreanmusic #eritreanshow #Ella #armanaentertainment #aledamedia

Пікірлер: 1 200
@tesfafqri8289
@tesfafqri8289 2 жыл бұрын
ናይ በሓቂ ኣንበሳ ናይ ሂወትካ (ሓዳርካ) ንደገ ምውጻእ ዋላ ብእግዚኣብሄር ፍቁድ ኣይኮነን ፡ጅግና
@Teklia_artwork
@Teklia_artwork 2 жыл бұрын
ኣብዛ profiley ኣቲኩም subscribe ግበሩ የሕዋት! ነዓካትኩም ነጻ፣ ነዓይ ግን ዓቢ ሓገዝ ስለዝኮነ!! የቀንየለይ ብሩኻት!!
@user-pc9ti3vj2b
@user-pc9ti3vj2b 2 жыл бұрын
ዪ ናይ ብሓቅ ለባም ሰብ ከም ዝከማካ እዩ ዝፈልጦ ምክንዪቱ ሓዳርካ ኣብ ውሽጥካ አበር ኣብ ማስትምዳ ኣይኮነን ስድራና ስ ጎርበቶም ኣይስምዕን እዩ ኔሩ ዓርኮም ጥራይ እዩ ዝሰምዕ ኔሩ።
@helenbaryagabr669
@helenbaryagabr669 2 жыл бұрын
Yes
@lifeishard7018
@lifeishard7018 2 жыл бұрын
Ya nay behaqi xbuk zereba lebam seb kmsi kemka yfelto
@weynisemere7509
@weynisemere7509 2 жыл бұрын
Adu anbesa
@user-wt5gh5ub2l
@user-wt5gh5ub2l Жыл бұрын
ኣድያመይካብ ማዓሙቅ ልበይ ዝትብል መዝሙር ክፈትዋ መዓትእየ ክሰምዓ እየ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ኣብ ሓዳርካ ማንም ክኣቲ የብሉን ብተለይ ኣብ ሚድያ ምግናን ኣሎ ኣብ ሓዳርካ ብዘይካ እግዚኣብሄርን ኣባት ንስሃካን ዋላ ወለድካ ኣሕዋትካ ክኣትዉየብሎምን 💝
@alemabraha3268
@alemabraha3268 2 жыл бұрын
I proud of Eritreans Artists ❤️♥️❤️ God bless you all 🙏🙏🙏🙏🙏
@alganeshgoitom9405
@alganeshgoitom9405 2 жыл бұрын
Aman Aman Aman Aman Aman Amlkje meske jukunen Aman and familj Aman::
@Teklia_artwork
@Teklia_artwork 2 жыл бұрын
ኣብዛ profiley ኣቲኩም subscribe ግበሩ የሕዋት! ነዓካትኩም ነጻ፣ ነዓይ ግን ዓቢ ሓገዝ ስለዝኮነ!! የቀንየለይ ብሩኻት!!
@abielgrmayabi3431
@abielgrmayabi3431 Жыл бұрын
Kkk 39 ktbli diki
@user-gt2dc9kn4q
@user-gt2dc9kn4q 2 жыл бұрын
ኣጆኺ ኣዱ ሓፍተይ ኣብ ጽቡቅ ደረጃ ሰለ ዘለኺ እዩ እዚ ኩሉ ጸለመ ዝወርደኺ ዘሎ, ብዝኾነ ግን ተጠንቀቂ :: ኣምላኽ ከኣ የሓልኪ ጽብቅተይ 🌹🌹🌹🌹🌹🇪🇷
@Teklia_artwork
@Teklia_artwork 2 жыл бұрын
ኣብዛ profiley ኣቲኩም subscribe ግበሩ የሕዋት! ነዓካትኩም ነጻ፣ ነዓይ ግን ዓቢ ሓገዝ ስለዝኮነ!! የቀንየለይ ብሩኻት!!
@johnyboy2934
@johnyboy2934 2 жыл бұрын
I love the way she's open and honest about every question......now I love her more.....God bless what she own🥺
@negesetfikre7709
@negesetfikre7709 2 жыл бұрын
Ý
@Teklia_artwork
@Teklia_artwork 2 жыл бұрын
ኣብዛ profiley ኣቲኩም subscribe ግበሩ የሕዋት! ነዓካትኩም ነጻ፣ ነዓይ ግን ዓቢ ሓገዝ ስለዝኮነ!! የቀንየለይ ብሩኻት!!
@meargberhe6180
@meargberhe6180 2 жыл бұрын
Aduye egziabiher yehaliki 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏
@Teklia_artwork
@Teklia_artwork 2 жыл бұрын
ኣብዛ profiley ኣቲኩም subscribe ግበሩ የሕዋት! ነዓካትኩም ነጻ፣ ነዓይ ግን ዓቢ ሓገዝ ስለዝኮነ!! የቀንየለይ ብሩኻት!!
@yodittsegay1036
@yodittsegay1036 2 жыл бұрын
You are a excellent artist excellent singer Sweet and humble person don’t worry about those people it is jealousy or they are sick they Have no proof. We believe you Keep up the good job make our day 🙌🏾we are on your side God bless you🙏🏾
@Kiku-ec3xt
@Kiku-ec3xt 2 жыл бұрын
Singer##
@amanuelmengisteab3488
@amanuelmengisteab3488 2 жыл бұрын
ንዓይ ደስ ዝብለኒ ሃኒብባል ቴድሮስ ኢዩ።ዕድል እባ ሃብዮ ወይለይ ደፋር
@user-bt4ln8oi7e
@user-bt4ln8oi7e 2 жыл бұрын
ኣዱዋይ መቀረት ብጣዕሚ እየዘድንቀክን ዝፎትወክን ተዋሳኢት ኢኪ ሕቶ ዳኣ ማዓዝ እዪቀሪብ ኣይራእክወን ነይረ እንበር ክሓተኪ ነይረ እየ ኣዱዋይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ንኩሉሕማቅን ፅቡቅን ዝወረወረታት ዘይዋዓልክዮ ተኮይንኪ ከዓ እግዚኣብሔር ኣምላክ ንኩሉ ነገር ዝፀውር ትዕግስቲ ይፈጠረልኪ ኣዱየይ ምቅርቲ ናብሕማቅ መንገዲ ንከይትሓስቢ ከዓ ወላዲት ኣምለክ ምሳኪ ትኩን. ሃኒየይሽኮር ከዓ ኣድናቂትካ እየንዓካውን ሰላምካይብዛሕ ንንኩሉዓለም ሰለምየውርደልና ሃገርናትግራይ ከአ ሰላም ቅሳነት ራህዋ ይምነየላ
@teklalegese4981
@teklalegese4981 2 жыл бұрын
Thanks xebektey 👉🙏♥️🙏(Amen (3)
@sebtefinalelialmazewerqime1116
@sebtefinalelialmazewerqime1116 2 жыл бұрын
Kemaki yebzhayom kbure meten nebsu yekberka.
@user-yk1lw2bx9r
@user-yk1lw2bx9r 2 жыл бұрын
ከማኺ ለባም ይብዛሕ፡ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ኣዙ ጓል ትግራይ
@user-bt4ln8oi7e
@user-bt4ln8oi7e 2 жыл бұрын
@@user-yk1lw2bx9r ኣሜንመቀረተይ
@user-gt2dc9kn4q
@user-gt2dc9kn4q 2 жыл бұрын
አዙ ለባም ኢለኪ ኣለኹ እዚ ሕማቅ ግዝየ ከሓልፍ እዩ ኩላትና ነቲ ኣብ ሕማቅ ዘሎ ህዝቢ ምሕረት እዝጋብሄር ከውርደሉ ጥራይ ንለምን 🙏
@xegaxega4026
@xegaxega4026 2 жыл бұрын
I Proud of eritrean artists 🇪🇷🇪🇷 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 God bless you alll 🙏🙏🙏🙏
@erinatna4535
@erinatna4535 2 жыл бұрын
ፕሮሰሰይ ን ዕደይ ዩ ናይባሓቂ ኣዱየ ሺኮር
@armanimedia1997
@armanimedia1997 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ኣድኒቀኪ ኣድያም ሓፍተይ::ምሽ ምስጢር ከይ ትዛረቢ ፈሪሐ ነይረ::ግን ክኣ የሐጊስክኒ ማራ ጽቡቅ መልሲ ሂብኪ::❣🇪🇷❣✌
@iteentertainment
@iteentertainment 2 жыл бұрын
ሓወይ ናተይ መደበይ ሪኢኻ ሳብስክራይብ ግበረለይ
@robelkidane8119
@robelkidane8119 2 жыл бұрын
@@iteentertainment gerelka wey gerelki aleku
@armanimedia1997
@armanimedia1997 2 жыл бұрын
@@iteentertainment 👌
@Teklia_artwork
@Teklia_artwork 2 жыл бұрын
ኣብዛ profiley ኣቲኩም subscribe ግበሩ የሕዋት! ነዓካትኩም ነጻ፣ ነዓይ ግን ዓቢ ሓገዝ ስለዝኮነ!! የቀንየለይ ብሩኻት!!
@LYE4EVER
@LYE4EVER 2 жыл бұрын
ደረቅ ሕቶታት ካብ በልኩሞ ኣነ ብወገነይ ኣብ ክንዲ ኣድያም ነቃጽ መልሲ ክምልሰልኩም ኣንቱም ሓሳዳት ንአድያም ከተጸልሙ ትውዕሉን ትሐድሩን ዘለኹም ብልጽቲ ስለ ዝኾነት ስለ ዝጣዕማ ንምንታይ ኤርትራዊት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ደሚቃ ሓሊፍላ ነፊዓ ዓይንኹም ደም መሊእኩም ዘሎ ኣፍንጫኹም ተሰርሰሩ ብፍላይ እዞም ናይ ሶሻል ሚድያ ሓያላት አክቲቨስት activist ኢና ባሃልቲ ብፍላይ ድማ እዞም ጥማዕ ትግራይ ዓንጾ ዓንጾ ንማዕጾ ጌርኩሞ ነገሩ እዞ ጻዕራም ሓፍትና ሰላም ከሊእኩማ ተዓዘብቲ ንኽትረኽቡ ንአድያም ኣጸሊምኩም ከምኡ ውን ንቡዝሕ ንጹህ ኤርትራዊ ጸለመ ናይ ፈጠራ ሓሶት ጌርኩም ሎሚ ትበልዕዎ እንጀራ ጽባሕ ክሐንቀኩም ምኻኑ ርግጸኛ እየ እዚ ወዳሐንኩም ሓሳዳት ዓወት ንሐፋሽ ዒም ዝበለ ይታሐጎም። 🇪🇷💚❤️💛💙🇪🇷
@iteentertainment
@iteentertainment 2 жыл бұрын
ሓወይ ናተይ መደበይ ሪኢኻ ሳብስክራይብ ግበራ
@luwiluwi7247
@luwiluwi7247 2 жыл бұрын
🥰🥰🥰🥰🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@user-mu8wz7km2v
@user-mu8wz7km2v 2 жыл бұрын
ወድዛ በጊዕ ተጋሩ ተይበልካ መቸም ኣይኮነልኩምን ለያቡ😡
@user-bt4ln8oi7e
@user-bt4ln8oi7e 2 жыл бұрын
ብዛ ተጋሩጋሕ በል ዋ ባዓልትኩም ህግደፍውያን ኢኩም ዘይሽማ ትህብዋ ዘለኩም ምስተጋሩፍቅሪ ጀሚራ ምስ ኢልኩም ካብ ተጋሩ ክትፈሊዋ ዲሕ ትብለኩም እንበር ከዚፅልኢ ተንጉሱለኩም ግንፍቅሪ ክስዕር እዪ
@samrawitgerezgiher6478
@samrawitgerezgiher6478 2 жыл бұрын
@@user-bt4ln8oi7e hgdef aykonun haki zeytzarbi eti amharay adhanet ..... tekebilkum kea ab facebook txarefu nierkum.
@mezmur412
@mezmur412 2 жыл бұрын
ኣዱ ምቅርቲ ፍጥረት I love you👸❤❤❤❤❤❤❤❤🌹🌹🌹🌹🌹🌹💋🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@iteentertainment
@iteentertainment 2 жыл бұрын
ሓፍተይ ሳብስክራይብ ግበርለይ መደበይ ሪኢኺ
@mezmur412
@mezmur412 2 жыл бұрын
@@iteentertainment እሺ ፍቱወይ🙏❤❤🙏❤🙏
@Teklia_artwork
@Teklia_artwork 2 жыл бұрын
ኣብዛ profiley ኣቲኩም subscribe ግበሩ የሕዋት! ነዓካትኩም ነጻ፣ ነዓይ ግን ዓቢ ሓገዝ ስለዝኮነ!! የቀንየለይ ብሩኻት!!
@mezmur412
@mezmur412 2 жыл бұрын
@@Teklia_artwork እሺ ፍቁረይይይ
@Teklia_artwork
@Teklia_artwork 2 жыл бұрын
@@mezmur412 Yekenyeley fkrtey!
@user-lw1cs9oy1v
@user-lw1cs9oy1v 2 жыл бұрын
ኣይትፍረዱ ከይ ፍረደኩም ከም ዝበለና ቅዱስ እግዜአብሔር ኣምላክና ኣየንበብኩምን ድኩም ፍቅራተይ ሰሰበሳትና ተተፋቀርና እዩ እግዜአብሔር አምላክና ዝሕጎስ ሰለዚ ንተሓላለ ሰላም አብ ዘለክምዎ ሓፉትኩ ካብ ትግራይ
@user-ez4zu9uk3l
@user-ez4zu9uk3l 2 жыл бұрын
🙄🙄🙄
@bereketandebrhan3164
@bereketandebrhan3164 2 жыл бұрын
Nmejemerya gezie xbuq tezareb tegraweyti reae amber neseb bezey gebore sumu mexelam reanayom
@senaittesfazgi9707
@senaittesfazgi9707 2 жыл бұрын
Waw God bless you sweetheart gal Tigray
@asly8915
@asly8915 2 жыл бұрын
ለኽባጥ ሓሻዊት
@user-qi7de1hp2h
@user-qi7de1hp2h 2 жыл бұрын
እውነትሽ ነው የኔ አስተዋይ👏
@okbazgiembay1954
@okbazgiembay1954 2 жыл бұрын
ንአድያም ንበዓል ቤታን ደቃን ቃልኪዳና ሰድራቤት ስላም ይምነየልኪ ትፈትውዬ ሞያ ድማ አብ ዝለዓለ ፊልም ደረጃ ክትበጽሒ ተሸላሚት ክትኮኒ ይምነየልኪ አዱ ጽብቅቲ ስላምኪ ይብዛሕ♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️
@lulrbahri
@lulrbahri 2 жыл бұрын
ኣሜን
@pink1267
@pink1267 2 жыл бұрын
👏Shout-out to Artists Adiam....all haters Have you seen how wise is she now . Much love Queen ❤️
@Teklia_artwork
@Teklia_artwork 2 жыл бұрын
ኣብዛ profiley ኣቲኩም subscribe ግበሩ የሕዋት! ነዓካትኩም ነጻ፣ ነዓይ ግን ዓቢ ሓገዝ ስለዝኮነ!! የቀንየለይ ብሩኻት!!
@asteryohannes2872
@asteryohannes2872 2 жыл бұрын
What was said on social media that she was caused of??? Just curios is all
@tutus7850
@tutus7850 2 жыл бұрын
You don’t know nothing about Adiam plzzzz … U are calling her wise 🤔 but how ? Let me hear your answer 🤗 thank u
@metkelmetkel583
@metkelmetkel583 2 жыл бұрын
ጢኑ ኣምጽኣልና በጃኻ ሃኒ ሓወይ ብጣዓሚ እየ ዘድንቆ
@Teklia_artwork
@Teklia_artwork 2 жыл бұрын
ኣብዛ profiley ኣቲኩም subscribe ግበሩ የሕዋት! ነዓካትኩም ነጻ፣ ነዓይ ግን ዓቢ ሓገዝ ስለዝኮነ!! የቀንየለይ ብሩኻት!!
@helenkahsay459
@helenkahsay459 2 жыл бұрын
Adu shikor love you. I just wanna say you don’t have to hide your age , you are 29 still very young and you should be proud at that age you are very successful women and have kids. You’re at the best level of life with your age. Secondly, people are taking about you because you are very pretty and very successful and you are always in front line so don’t give a dump for those people who talking shit about you. Just just jealousy!!!! Keep it up your hard work and keep shining all the time. We proud of wand we love you so much gual Eri shikor❤️
@ak4ever818
@ak4ever818 2 жыл бұрын
I really like your answer you want to go back to Eritrea and I respect your personal life. God bless you and your family.
@user-zl9ud8dz7c
@user-zl9ud8dz7c 2 жыл бұрын
ኪዲና _ምህራት ተሓለኪ ምዓሪይ🤲🤲🤲🥀🥀❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️ጎቦዝ👍👍👍👍👍👍👍🥰🥰🥰🥰አብ ዉሸጥካ ዘሎ መስጠር ነብ መደያ ዘይመዉፃእ👍🌿🥀💊💊💊🇪🇷🤲❤️❤️❤️
@oneday4734
@oneday4734 2 жыл бұрын
ሰላም ሃኒ ሃወይ መጀመርያ ኣብ ሂወትካ ሰላምን ጥዕናን ኣብ ስራሕካ ዓወት ይምነየልካ። ብሓፈሻ ኩሉኹም ስነ፡ጥበባዊያን ሃገርና ደኺምና ከይበልኩም ንህዝብና መሃሪን ኣዛናጋዒን ይኸዉን እዩ ዝበልኩሞ ምስራሕኩም ኣድኑቖተይ ወሰን የቡሉን። ቀጽለ ንEfrem Afro ኣዝየ እየ ዘድኒቆ ብፊላይ ከኣ ሓንቲ ፖለቲኬኛ ወለዶ #ወለዶይ እቲብል ኣብዚሃቦ መግለጽታት ብጣዓሚ እየ ኣድኒቆዮ ስለዚ ዝከኣል እንተኮይኑ ካባይ ጀሚርካ ነዞም ናይ ሕጂ ወለዶ መሃሪ ይኸዉን እዩ እቲብሎ ሕቶታት ኪቲሓተልና።Love you ደቂ ሪመይ ካብ ሓዉኹም ከተማ ወይ ገጠር
@Teklia_artwork
@Teklia_artwork 2 жыл бұрын
ኣብዛ profiley ኣቲኩም subscribe ግበሩ የሕዋት! ነዓካትኩም ነጻ፣ ነዓይ ግን ዓቢ ሓገዝ ስለዝኮነ!! የቀንየለይ ብሩኻት!!
@ghenetkidane8311
@ghenetkidane8311 2 жыл бұрын
እቶም ሰነፍ አረአእያን አተሓሳስባን ዘለዎም ናይ ድኹማት ምልክት ንባዕሎም ወዲቆም ነቲ ዕውት ከመይ የውድቅዎ እዝግሔር ዘይፈትዎ አጸያፊ ስራሕ እዩ'ሞ አጆኪ መቀረት ንብድሕሪ ሕጂ መልሲ ምሃቡ'ውን አየድልን ፈላጢኪ ይፈልጠኪ!!!! ❤️❤️❤️
@Teklia_artwork
@Teklia_artwork 2 жыл бұрын
ኣብዛ profiley ኣቲኩም subscribe ግበሩ የሕዋት! ነዓካትኩም ነጻ፣ ነዓይ ግን ዓቢ ሓገዝ ስለዝኮነ!! የቀንየለይ ብሩኻት!!
@user-pc9ti3vj2b
@user-pc9ti3vj2b 2 жыл бұрын
ብመጀመርይ ዕድመን ጣዓናን ይምንየሉኩም ብምቅጻል ኣዱ ሓፍተይ ኣጅኪ ኣይትሕመቅ ዘይምግራህ ጥራይ ብዓይኒ ደቃ ሰባት ብዙሕ አዩ ኣበር እንተ ብዓይኒ ፈጣሪይ ግን ብዙሕ አዩ ዕድልኪ።
@kedawitkedawi3611
@kedawitkedawi3611 2 жыл бұрын
First of all I would like to say ADIAM is an outstanding artist. Please do not worry about anything people can say just keep on doing the good work.The fact is ADIAM is the face of every artist in Addis Aaba.I believe she created and encouraged a lot of Eritrean artists in AA.
@Liza-js7di
@Liza-js7di 2 жыл бұрын
Adu haftey xebkiti ajoki Amlak nezfkero eyu zefteno emo ajoki u r strong GBU 🙏♥️🇪🇷
@iteentertainment
@iteentertainment 2 жыл бұрын
ሓፍተይ ናተይ ሳብስክራይብ ግበርለይ መደበይ ሪኢኺ
@galdigsa3394
@galdigsa3394 2 жыл бұрын
@@iteentertainment neay kea subscrib gberuley tanks
@Liza-js7di
@Liza-js7di 2 жыл бұрын
@@iteentertainment gerlka alku👍
@Liza-js7di
@Liza-js7di 2 жыл бұрын
@@galdigsa3394 👍
@galdigsa3394
@galdigsa3394 2 жыл бұрын
@@Liza-js7di ♥️♥️♥️♥️♥️
@michaelmarikos8813
@michaelmarikos8813 2 жыл бұрын
ኣዱ ተደጋጋሚ ኣብ ውልቃዊ ሂወትኪ ዘድሃበ ሕቶታት ክትምልሲ ፍቃደኛ ኣይትኹኒ። ንሂወትኪ ሕማቅ ጽልዋ ዘለዎ እንበር ዋላ ሓንቲ ትርጉም የብሉን። ከም ኣርቲስቲ መጠን ኣብ ልዕሌኺ ኩፍኡ ነገር ስለዝሓስቡን ጥንቃቀ ግበሪ። ድሓር ተደጋጋሚ ትርጉም ዘይብሉ ቃለ መሕተት ካብ ምግባር ምቁጣብ ይሓይሽ ይብል ኣነ። ብዝኾነ ኣብ ስራሕኪ ዓወትን ኣሳልጦን ይምነየልኪ። ካብ ሓሳድን ወረኛን ዓሌተኛን ሰባት ይሓልኪ።
@Teklia_artwork
@Teklia_artwork 2 жыл бұрын
ኣብዛ profiley ኣቲኩም subscribe ግበሩ የሕዋት! ነዓካትኩም ነጻ፣ ነዓይ ግን ዓቢ ሓገዝ ስለዝኮነ!! የቀንየለይ ብሩኻት!!
@fithawitghide359
@fithawitghide359 Жыл бұрын
ኣዱየ ፕሮሰሰይ ንዓደይ የ ኡፍ 😢 ኩላትና ንዓኺ የማስለና መኽሰብ ዓለም ❤❤❤❤❤❤❤
@lifeishard7018
@lifeishard7018 2 жыл бұрын
Adu shkor edemn teanan abzelkyo Gal erey greatst Artist Like you 💯❤️ kulkum bhafsha deqi remey halalat Moral tesfa neakum ftwat ahwat God Bliss you 🙏❤️
@meryemabdelkadr432
@meryemabdelkadr432 2 жыл бұрын
ኣጆኺ ጽብቅተይ ኣይትድሃሊ።ጸላኢ ጸሎሎ ቀባኢ ናይ ክንደይ ዕቡዳት ዘረባ ክትምልሲ ክትሓሚ። ኣዱ ሓቢብቲ 😘😘❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷💪💪💪🙏🙏🙏
@tuthlf705
@tuthlf705 2 жыл бұрын
Adu xbkti abay seb eki yednkeki kea edmen tienan ajoki love u
@eliaslondon7738
@eliaslondon7738 2 жыл бұрын
porco mis junta sigigi kitbli mama hamatna weyin adhinuna kitible yizkir moyakum ab hawi yieto kemzi nata kehadit ada entekoynu
@Teklia_artwork
@Teklia_artwork 2 жыл бұрын
ኣብዛ profiley ኣቲኩም subscribe ግበሩ የሕዋት! ነዓካትኩም ነጻ፣ ነዓይ ግን ዓቢ ሓገዝ ስለዝኮነ!! የቀንየለይ ብሩኻት!!
@shewitgebregerges4842
@shewitgebregerges4842 2 жыл бұрын
Ketereyou ekom atom ghafate
@tewhado1094
@tewhado1094 2 жыл бұрын
ኣዱይይ ምቅሪት ፍጥረት ኣጁኺ ኣምላኣክ ይሓልኪ ደቂ ሰባት ዝበልዕወ እመበረ ዝዛረብወ ኣይስእኑን እዩሙ ❤😍😍🇪🇷😍😍😍🙏🙏🙏🙏
@Teklia_artwork
@Teklia_artwork 2 жыл бұрын
ኣብዛ profiley ኣቲኩም subscribe ግበሩ የሕዋት! ነዓካትኩም ነጻ፣ ነዓይ ግን ዓቢ ሓገዝ ስለዝኮነ!! የቀንየለይ ብሩኻት!!
@user-cq2xj8fe2z
@user-cq2xj8fe2z 2 жыл бұрын
ኣዱየ ምዓረይ ኣነ ትግራወይቲ እየ ግን ንስኪ ኣብዙ ስራሕ ልተጋሩ ምእሳር ከምዘይ ትውዕልዮ ይፈልጥ እየ ኣዱ ኣብዙ ስራሕ እዚ ኣይትውዕሊ ኢለ ውን ልክንደይ ተጋሩ ፀየዮም እየ ኣጆኪ ኣዱየ ኣይትገደስሎም ግን ሓደ ኣምሓራ እዩ ኣድያም ስብሃቱ ልተጋሩ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ትእስሮም ኣላ ኢሉና እዞም ሓደ ሓደ ተጋሩ ውን ናማን መሲልዎም ኣድያም ልተጋሩ ተእስር ኣላ ላበሉ ቀንዮም ግን ኣጆኪ ኣዱየ ሸለል በልዮም♥💎💎✊✊
@habtomkahsay8698
@habtomkahsay8698 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ጽቡቅ መደብ ኢዩ። ግን በጃኹም እዛ እቲ ዝሓመቐ ወይ ምስኡ ብምስራሕኪ ዘጣዕሰኪ ገለ ዝብል ኣጸያፊ ሕቶታት ምስ ክብርን ባህርን ስነጥበባዊ ስለ ዘይከይድ ተዘይተሓተ ይምረጽ። ጽልኢ ምዝራእ ኢያ ትመስል እዛ ትጸልእዮ ወይ ደስ ዘይብለኪ እናበልካ ሕቶ።
@user-hs6uc8zs9p
@user-hs6uc8zs9p 2 жыл бұрын
ኣዱ ሽኮሪ ሕማቅ ተሰሪሕኪ ብእግዚአብሔር ቅፅዓት ክትረክቢ ኢኪ ፅቡቅ ተሰሪሕኪ ክኣ ፅቡቅ ክትረክቢ ኢኪ ግን ብናይ ሰብ ዘረባ ክትግደሲ የብልክን ሰላም ንኩሉ ዓለም የውርደልና🙏 ሃኒተይ ቀደማይ ዘድንቆ ተዋሳኣይ ኢካ ሞ ሰላምካ ብዝሕ ይበለለይ 🥰
@ola1707
@ola1707 2 жыл бұрын
I am happy she didn’t answer about her relationship proud of you aduyey ♥️😍no one deserved to know ur private life except you ♥️
@Teklia_artwork
@Teklia_artwork 2 жыл бұрын
ኣብዛ profiley ኣቲኩም subscribe ግበሩ የሕዋት! ነዓካትኩም ነጻ፣ ነዓይ ግን ዓቢ ሓገዝ ስለዝኮነ!! የቀንየለይ ብሩኻት!!
@teshemekidane2302
@teshemekidane2302 2 жыл бұрын
She is in the top of spotlight, she should be proud of herself! Go girl!!
@Samrawittesfahiwet22
@Samrawittesfahiwet22 Жыл бұрын
እዋእ ፈራዳይ ቆንጂት ኣጆኪ ትራይ ነርትዒ ሓሳዳት እዮም ሞራልኪ ክሰብሩ ደልዮም ኣጆኪ ጽብቅቲ ዓይኒ ሓሳድኪ ይድፈነልኪ ምስ ስድራኪ ከኣ ፍቅርን ቅሳነትን ኣብ ስራሕኪ ከኣ ዓወት ይምነየልኪ ኣዱየ
@anbesatesfay1716
@anbesatesfay1716 2 жыл бұрын
♥️💞 አድያም ሓፍተይ ኮኾብ⭐ ሰላምኪ ይብዛሕ አብ ኩሉ ሂወትኪ ምስ ምጭዋት ደቅኺ ብጣዕሚ የ ከአ ዝፈትወኪ። ሃኒ ሓወይ ከአ ቀጽሎ ጽቡቅ ምዝንጋዕ ዩ።
@Teklia_artwork
@Teklia_artwork 2 жыл бұрын
ኣብዛ profiley ኣቲኩም subscribe ግበሩ የሕዋት! ነዓካትኩም ነጻ፣ ነዓይ ግን ዓቢ ሓገዝ ስለዝኮነ!! የቀንየለይ ብሩኻት!!
@mogostsegay5493
@mogostsegay5493 2 жыл бұрын
You are Eritrean Queen we love you so much .GOD bless you with your lovely family.
@fevenrustu8445
@fevenrustu8445 Жыл бұрын
Pls hanti film msaki kserh bejaki deqi erey I love you so much 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@samigebrkidan1113
@samigebrkidan1113 2 жыл бұрын
ንቶማስ የማነ ከኣ ኣምጻልና
@hhhhhh8095
@hhhhhh8095 2 жыл бұрын
ኣዱ ሽኮር ጓል ኤረይ ቅጭን ኣጆኺ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ
@Teklia_artwork
@Teklia_artwork 2 жыл бұрын
ኣብዛ profiley ኣቲኩም subscribe ግበሩ የሕዋት! ነዓካትኩም ነጻ፣ ነዓይ ግን ዓቢ ሓገዝ ስለዝኮነ!! የቀንየለይ ብሩኻት!!
@titiayeritrean8095
@titiayeritrean8095 2 жыл бұрын
ኣዱየ መድሃኒ ኣለም ባዕሉ ይሓሊኺ ካብ ኩፊእ ሰብ ይድሕንኪ 🙏🙏❤️🇪🇷❤️🇪🇷
@Teklia_artwork
@Teklia_artwork 2 жыл бұрын
ኣብዛ profiley ኣቲኩም subscribe ግበሩ የሕዋት! ነዓካትኩም ነጻ፣ ነዓይ ግን ዓቢ ሓገዝ ስለዝኮነ!! የቀንየለይ ብሩኻት!!
@user-iy2vt5bt1v
@user-iy2vt5bt1v 2 жыл бұрын
ኣዱ ሓፍተይ ኣነ ብጣዕሚ እየ ዝፍትወኪ ነይረ ሎሚ ግን ንኡሽተይ በዲልኩምና ንተጋሩ ኣሕዋትና ተሳቅዮም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብጣዕሚ ሓዚነ ተገይርክሙዎ ብጣዕሚ ጌጋ አዪ ተዘይገይርኩሙዎ ዶሞ ኣምላክ ይሓሊኪ ኣዱየይ ብዝተረፍ ኣዱየይ ሰላም ንዓኪኪ
@tsegaemahatsion7597
@tsegaemahatsion7597 2 жыл бұрын
Xbuk medeb qexlo . Adu mchwuti ane btami eye zfetweki I love you so much. Ajoki kulu gizye eti nfue u selemen segematn tegatmo ezgabiher amlak ab goniki u zelo .❤❤❤❤❤🤲🤲🤲🙏🙏🙏
@habteabraha610
@habteabraha610 2 жыл бұрын
እግዚአብሔር ይባረርኩም ደቀየ አድናቂከም ሃብተማርያም ኣብራሃ Columbus USA
@user-wb2id9fx5b
@user-wb2id9fx5b 2 жыл бұрын
Well come to 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@firstcountry8163
@firstcountry8163 2 жыл бұрын
ኣዱ ኣዝየ እየ ዘድንቀኪ እዚ ኩሉ ጸለመ ዝካየድ ኣባኪ ቅንእን ሕስድናን ኢዩ ኣብ ስራሕ ትዕወቲ ከምዘለኪ ኢዩ ዝሕብር ኣጆኪ በርትዒ ካብ ኣድናቂኪ
@furtunazeru4116
@furtunazeru4116 2 жыл бұрын
Bmejemrya amlak selamu yewurdelna aduye mqrti ka amlak msaki alo ajoki berti kbleki ydeli kulu medebatki iye zketatel adnaqitki iye I love you so much 🥰💖🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏
@fadumedia5571
@fadumedia5571 2 жыл бұрын
ጽቡቕ መደብ ኣዱ ናትና።ኣብ ጉዕዞ ሂወት ብዙሕ ፈተናን ፈተንትን ኣለው ስለዚ ኣዱ መበርትዒኺ ከም ዝኸውን ይኣምን።ከምቲ ወርቂ ብሓዊ ዝፍተን ወዲ ሰብ ድማ ብሽግርን ጸበባን እዩ ዝፍተን ስለዚ ከም ጽብቕን መንጠሪ ባይታን ምኻኑ ዉሰድዮ።ካብ ኣዝዩ ዝፈትወክን ኣድናቒ ኩሎም ስራሕክን ስደተኛ ኤርትራዊ ሓውኺ።ሃኒባል ድማ ጽቡቕ መደብ ኣቕሪብካልና ።በጃኹም እዛ ሕቶ ኣብጽሑለይ ትፈትውዮ ደራስን፡ትፈትውዮ ደራፍን መን እዩ።ካልኣይቲ ሕቶ ድማ ኣብ ዓለም ንምንባር ክልተ ምርጫ ተዝዋሃበኪ ካብ ኣዴኽን ወይ በዓል ቤትኪ ንመን ምበልኪ ።የመስግን።
@itseritop8265
@itseritop8265 2 жыл бұрын
Much Love 💙 #Adu🥰 And Thank you #Hani Hawey,
@iteentertainment
@iteentertainment 2 жыл бұрын
ሓወይ ናተይ መደበይ ሪኢኻ ሳብስክራይብ ግበረለይ
@itseritop8265
@itseritop8265 2 жыл бұрын
Okay Wedi #Rimey , 🇪🇷🇪🇷🇪🇷,
@wedihaile7193
@wedihaile7193 2 жыл бұрын
ዋዕሮ ስለዝኾንኪ ኢኺ ትሕመዪ ኣዱ ሓብተይ, just keep it up!!ab gonke alena!!
@Teklia_artwork
@Teklia_artwork 2 жыл бұрын
ኣብዛ profiley ኣቲኩም subscribe ግበሩ የሕዋት! ነዓካትኩም ነጻ፣ ነዓይ ግን ዓቢ ሓገዝ ስለዝኮነ!! የቀንየለይ ብሩኻት!!
@dawitwoldegebrel9981
@dawitwoldegebrel9981 2 жыл бұрын
MUCH LOVE GOD BLESS U ADUYE SEKORE
@abrhamokuaslasie5467
@abrhamokuaslasie5467 2 жыл бұрын
መጀምርያ ሃኒ and ሃኒ ሰላምን ጥዕናን ኣብ ስራሓኩም ኣሳልጦን ይምነየልኩም ሃኒባል በለጾም ኣፍቃሪት ኣላቶ ዶ ካራተ ኸ ምሁር ድዩ ደቂ ሪመይ ዕውታታ
@brundo6783
@brundo6783 2 жыл бұрын
ኣጆኺ ኣዱ ከይትግደስሎም ጓል ኣስመራ ጻዕዳ ዕጥጥ ከይብለኪ 🇪🇷ey
@hanerhaner7983
@hanerhaner7983 2 жыл бұрын
entay emo gal asmera entekonet, ab sidet ka tinebir ala. siq elaka ane wedi ezi nusu wedi ezi adi u ayrebihenan u. just respect each other and we are all eqaul. ezi snetebebawit gin ezi kulu ziwerida zelo hasot entekoynu, bitiami tibidel ala
@brundo6783
@brundo6783 2 жыл бұрын
@@hanerhaner7983 ata wedi rimey ane ko ajoki kebla sle zdeleku eye entedelika gn gual erey ileya aleku
@Teklia_artwork
@Teklia_artwork 2 жыл бұрын
ኣብዛ profiley ኣቲኩም subscribe ግበሩ የሕዋት! ነዓካትኩም ነጻ፣ ነዓይ ግን ዓቢ ሓገዝ ስለዝኮነ!! የቀንየለይ ብሩኻት!!
@erigirl9358
@erigirl9358 2 жыл бұрын
@@hanerhaner7983 entay emo gual Asmara shikor tebela lol
@yonasberhane5076
@yonasberhane5076 2 жыл бұрын
ሃኒ ቦይ ዕድሚኣ ግን ኣውሒዳቶ እምበር ጽቡቅ መደብ ንዒ እባ እዱ ሽኮር ዕድመኺ ግን ኣውሒድክዮ
@tigistiteshomeasgodom4746
@tigistiteshomeasgodom4746 2 жыл бұрын
Aduye konjo egziabiher amlak msaki ykun and hanibal
@edenweldegebriel9122
@edenweldegebriel9122 2 жыл бұрын
Adu haftey edmen tenan yhabki ,abtkedyo mengedi egziabihier amlak msaki ykun
@filimontekleab6032
@filimontekleab6032 2 жыл бұрын
Deki eriy kabezam hasdet egziabher amlek yehalwakum✝️🙏
@iteentertainment
@iteentertainment 2 жыл бұрын
ሓወይ ናተይ መደበይ ሪኢኻ ሳብስክራይብ ግበራ
@Teklia_artwork
@Teklia_artwork 2 жыл бұрын
ኣብዛ profiley ኣቲኩም subscribe ግበሩ የሕዋት! ነዓካትኩም ነጻ፣ ነዓይ ግን ዓቢ ሓገዝ ስለዝኮነ!! የቀንየለይ ብሩኻት
@essddw5970
@essddw5970 2 жыл бұрын
❤❤❤ aduye shkot ኣጅክ ኣይታዳሃል ሓቂ ወላ ሓዲራ ክትወሽኤ አያ በርተእ ድብርሽ ኣይበልኪ
@Teklia_artwork
@Teklia_artwork 2 жыл бұрын
ኣብዛ profiley ኣቲኩም subscribe ግበሩ የሕዋት! ነዓካትኩም ነጻ፣ ነዓይ ግን ዓቢ ሓገዝ ስለዝኮነ!! የቀንየለይ ብሩኻት!!
@meriebteklat663
@meriebteklat663 2 жыл бұрын
Bemjmriya selamtay nakum, n Kbrti ስነ-ጥበባዊት Maza kethateley hanitey shikor Arki aleki do,Kemey wedi ke kef yhbki belley haney and❤️❤️❤️❤️
@eseyaskahsay4188
@eseyaskahsay4188 2 жыл бұрын
ኣጆኪ ሃፍተይ ናተይ ዘይገበርክዮ ነገር ኣይልግበኪን አዩ ።ዊዕሉ ሓዲሩ ክኣ አቲ ሓቂ ክወጽእ አዩ ።ደቂ ሰባት ክኣ ሰባት ምውንጃል ከቢድ አዩ ሞ።ኣብ ክንዲ ሰባት ምውንጃር ቅዲም ነብሱኩም ሕተቱ
@Mekeranaakll12.
@Mekeranaakll12. 2 жыл бұрын
አምላከ ቅዱሳን ካብ ጸላእትኽን ካብ ፈተውተይ ትብልዮም ጸላእትኽን ይሓልኺ።።
@myownoasis
@myownoasis 2 жыл бұрын
ሰሜናዊት ኮኾብ ኣዱ! ኣጆኺ ካብቶም ዘጸልሙኺ እቶም ዝፈትውኺ ይበዝሑ! ውሽጥኽን ደግኽን ጽብቕቲ ፍጥረት ኣብ ዓድኺ ከብርኪ ትነብርሉ ግዜ ይምጽኣልኪ
@yordayemane333
@yordayemane333 2 жыл бұрын
Aduye. Mkrtii edmen tenan yhabki fetari and amlak yhalki Ajoki bertie
@loveiskeyinlife7302
@loveiskeyinlife7302 2 жыл бұрын
Actually you are so beautiful and honest God bless you and protect you and your family.
@user-bt4ln8oi7e
@user-bt4ln8oi7e 2 жыл бұрын
መጀመርታ ማኣዛ ሓፈተይ ሰላምኪይብዛሕ ኣብ ሂወትኪ ሰላምቅሳነት ኣብስራሕኪ ከዓ ኣሳልጦ ይሃብኪ ብጣዕሚ ዘድንቀክን ዝፈትወክን ተዋሳኢት ኢኪ ሕቶ ግን የብለይን ኣድንቀተይ ግን ክገልፀልኪ,ይደሊ ሃኒየይ ከዓ ዝፍትወካንዘድንቀካን ኢካሰላምኩም ይብዛሕ ንኩሉዓለምሰላምን ምርግጋዕን ኩነትወረ ኪነት የጥፈአልና ግዴታ ግንሰላምታይ ኣብፀሐለይ ሃኒየይ
@negstigebretsadik7648
@negstigebretsadik7648 2 жыл бұрын
ብርእስ ምትሓት ዘትስቅኪ ንወጀለኛ ክትድንቂ😡
@user-bt4ln8oi7e
@user-bt4ln8oi7e 2 жыл бұрын
@@negstigebretsadik7648 ኣበይ ሪኢኪ ኢኪ ወንጀለኛ ትብለኪ “ብዝፈረድኩምሉ ፍርዲ ኺፍረደኩም፡ ብዝሰፈርኩምሉ መስፈርውን ኪስፈረልኩም እዩ እሞ ከይፍረደኩም ኣይትፍረዱ።” - ወንጌል ማቴዎስ 7፥1-2
@selamselam8822
@selamselam8822 2 жыл бұрын
Azu tebareki tebareki tebareki egziabiher yfreda bzeyreanayo gin aynferdin
@dallasfortworthtx5373
@dallasfortworthtx5373 2 жыл бұрын
@@negstigebretsadik7648 ንስኪስ ጓል ኢኪ ነቲ ኣብ ልዕሊኣ ዝወርድ ዘሎ ጸለመ ኣባክን ኣብ ጓልክን ከይወርድ
@user-lw1cs9oy1v
@user-lw1cs9oy1v 2 жыл бұрын
@@user-bt4ln8oi7e ናይ ብሓቂ እግዚኣብሔር ኣምላክና መሰተውዐሊ ልባና ይዓድለና እምበር እንሕናስ በሓሳት ኢና ንምስክር ዘለና
@aidasimon3978
@aidasimon3978 2 жыл бұрын
ከምዚ ከማይ ክጽበያ ዝቀነየ ኣሎ ዶ?😁❤️
@Aki-dj2dj
@Aki-dj2dj 2 жыл бұрын
Adu shikor ajoki aduye mekrti❤❤❤❤❤❤❤❤👍👍👍👍
@aaron6685
@aaron6685 2 жыл бұрын
Fetina tselena adiam melkaan tebayan azarrban temsgen elna nkebelo ❤️🌹🌷
@onewholepeace3003
@onewholepeace3003 2 жыл бұрын
ዝኸበርኩም ኣቕረብቲ መደብ ከም ሰብ እኮ ብዙሕ commment ዝጽሕፍ ኣይኮንኩን ጊና ሓደ ሓደ ግዜ ካ ግድን ክትዛረብ ትግደድ። ብዝኾነ ኣብ ስራሕኩም ዓወትን ጥዕናን እንዳ ተመንኹ ናብ ምኽረይ ወይ ከኣ ዘለኒ ሓሳብ ከካፍል። ብመሰርቱ እዚ ዝብርሃል ዘሎ ኣብ ኣድያም ዝጀምርዎ ኣይኮነን ምኽንያቱ ንህዝቢ ኤርትራ ኮነ ኢልካ ንምኽፋእ ኢሉ ዝግበር ዘሎ እዩ። ናይዚ ኣብነት ከኣ ናይ ሞናሊዛ ዘምጽእዎ መደብ ኢዩ። ግና ካብ ቃላታ ሞናሊዛ ሰሚኩማ ኢኩም እቲ ሓቂ መን ሓጊዝዋ መን በዲልዋ። ስለዚ ትግራዎት ሓደ ነገር ኣሎ ነብሶም ዘሳቕዮም ንሱ ከኣ ኣብ ልዕሊ ኤርትራውያን ዝፈጸምዎ በደላት ኣብ ወራራት። ስለዚ ንዓና ንኤርትራውያን ማዕረ ክንደይ ከርምዝበደሉና ይርድኦም ኢዩ። ስለዚ ነዚ ዝበደልዎ ንምጥፍፋእ ለይትን ማዓልትን ነቲ ንሳቶም ኩሉ ዝገበርዎ ከምዝገበርናዮ ከእሙኑናብ እሞ ብድህሪኡ በዲልናኩም በዲልኩምና ሓባ ኢና ስለዚ ናብታ ትግራይ ትግሪኒ ትብል ናይ ኣቦታቶም ኪትጽገም ትቐርቦ ክጥዕመካ ትረግጾ ፍልስፍንኦም ንምምላስ ኢዩ። ምኽንያቱ ኩሉ ዝገበርዎ ብሰንድ ስለ ዝተታሕዘ ኣይገበርናን ክብሉ ኣይክሉን ኢዮም። 1 ኣብ 3ይ ወራር ንብረት ዘሪፎም ሕጂ ከኣ ተዘሪፍና ይብሉ ኣለዉ። 2 ኣብ ወራራት ንኹሎም ኣብ ኢትዮጵያ ዝነበሩ ኤርትራውያን ትግራዎት ጠቂሞም ኣትሒዞም ኩሉ ሃፍቶም ራስዮም ኣስጊጎሞም ሕጂ ካ ኤርትራውያን ኣጠቁምክምና ይብሉ ኣለዉ። 3 ኣብ 3ይ ወራር ኣብ ልዕሊ ሰለምዊ ህዝቢ ነባሪ ጋሽ ባርካ ጃምላዊ ህልቂት ፈጺሞም ሕጂ ከኣ ወተሃደራት ኤርትራ ጃምላዊ ህልቂት ፈጺሙ ዪብሉ ኣለዉ። ማለት ኩሉ ዝገብርዎ ዘለዉ እቲ ዝገበርዎ ከይነልዕለሎም አሞ ገበርቲ ኩፉእ ምዃኖም ንምሽፋን ኢዪ። ግና ኩሉ ግዜ ከምቲ ኣቦታትና ዝብልዎ ሓቂ ብርሳ ተቕበርካያ ብእግራ ትወጽእ ኩሉ ዝበልዎ ሓሶት ምዃኑ ተቕሊዑ። ግደ ሓቂ ኤርትራውያን ሳላ እቲ ብናይ ስልጣንን ብናይ ጽልኢ ዓይኑ ዝዓወረ ናይ ነብሱ እምበር ናይ ህዝቢ ዘይሃስብ ኢሰያስ ርእስና ከምነድንን ኮይና ኢና። ግና ይኩን እምበር ንሕና ኤርትራውያን ንኹሉ ይቕረ በሃልቲ ምዃና ንሕና ዘይኮነስ ባዕሎም ተጋሩ ይፈልጡ ኢዮም። ኣብ Eruope ዘሎ ሓበሻ ስደተኛ 50% ኢትዮጵያውያን ኢዮም ኩሎም እዚኦም ብናይ ኤርትራ ኢዮም ኢዶም ሂቦም ዘለዉ ንሕና ግና ስርዓትን ውልቀ ሰብ ፍልልይ ስለ ንርዳእ እቲ ዝኾነ ብዛዕባ ኤርትራ ዝሓተቱና ካብምሕጋዞም ድሕር ኣይንብልን ኢና። እዚ እንዳ ኾነ ግና ኩሉ ግዝየ ጽቡቕ ናትና ተመንዮም ኣይፈልጡን። ስልዝስ ነዞም ስለ ዘይርዶም ዘይምምላስ ይሓሽ። ደጊመ እዝኣብሄር ሰላም የውርደልና ንኩልና። ኣዱ ከኣ ኣምላኽ ምስ ደቕኺ ብመላእኽቱ ይሓልኺ።
@hgalastbi6489
@hgalastbi6489 2 жыл бұрын
😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂ክክክክ ንሕና ከ ዋዛ ዲና ሕነና ብዕፅፊ ንፈዲ ኣለና ዘይምፍላጥ ፅቡቅ እዩ እዛ ጋዕባ ሽቃቅ ስደት ከኣ ምስ ተጋሩ ከም ዘይ በልዐት ከምዘይ ሰተየት መሊሳ ተጋሩ ተቅትል ኣላ ፅብቅ ትቀፅለላ ኣብ ኢድ መን ከምዘላ ኣይፈለጠትን መድሃንየ ኣለም ብዝወፀቶ ደኣ የትርፋ እምበር ህበይ ውቃዕ
@sabazeray8503
@sabazeray8503 2 жыл бұрын
ከየድነቅኩኻ ኪሓለፊ ኣይደለኹን
@user-ke5ol5rd4s
@user-ke5ol5rd4s 2 жыл бұрын
ኣትም ሰባት ፆም ምድሪ ኣተዛረብና እዋይ እሞ ሕጅስ ወታደር ናይ ኤሪትራስ ኣብ ህዝቢ ትግራይ ግፍዒ ኣይፈፆምን ዱዩ ኣባሕላካ እና ኣድያም ስብሃቱ ካዓኒ ፈፂማቶ ዲያ ኣይፈፀሞቶም ሓደ ፈጣሪ እዩ ዝፈልጥ ግን በጃኩም እቱ ሕማቅ ዘረባን ትዕቢትን ግደፍዎ እዚ ናይ ህዝቢ ትግራይ ደምን ንብዓትን ከዓ ፈሲሱ ኣይክተርፍን እዩ እግዚአብሄር ኩሉ ዝክእል ፈራድን ትዕግስተኛን ምካኑ ኣትዘንጉዕ ወዳሓንካ።
@onewholepeace3003
@onewholepeace3003 2 жыл бұрын
@@user-ke5ol5rd4s ዝኸበርኪ ሓዊ/ሓፍቲ ኣነ ብዛዕባ ወተሃደር ኤርትራ ኣይቀተለን ወይ ቀቲሉ ኣይበልኩን ኣነ ጃምላዊ ዓሌት ኣይፈጸመን ኢየ ዚብል ዘለኹ። ብዝተረፈ ኣነ ብድዐ ይኹን ገለ ዝተዛረብክዎ የለን። ማንም ሰብ ውን ብህዝቢ ሕማቕ ዚዛረብ ኣምላኽ ናብ ልቡ ይምለሶ። ብዝተረፈ ንህዝቢ ትግራይ ኣምላኽ ሰላምን ምሕረትን ይውረደሉ ንምሉእ ዞባናን ህዝቢ ዓለም ኣምላኽ ብዓይኒ ምሕረት ይጠምተና።
@user-ke5ol5rd4s
@user-ke5ol5rd4s 2 жыл бұрын
@@onewholepeace3003 ሓወይ ዲካ ሓፍተይ መጀመርያ እቲ ዝፀሓፍካዮ ወይ ዝፅሓፍክዮ comment ደጊምኪ ኣምብቦ/ዮ ቀፂለ እቲ ዓሌታዊ ወይ ድማ ጀምላዊ ቅትለት ኣይፈፀምን ትብሎ ዘለካ ንኣብነት ኣብ ኣክሱም ልዕሊ 300 ንፁሃን ሰባት ቀቲሎም እዮም ካብ ሓደ ገዛ (ስድራ) ማዓረ ሰለስተ ደቆም ዝተቀቶሎም ብዙሓት ኣለው እዮም ብቪድዮ አብ KZfaq ኣቲካ ክትሪኦ ትክእል ኢካ እና ኣብ ትግራይ ከዓ ሞናሊዛ ጥራሕ ኣኮነትን በደል በፂሕዋ ክንደይ ደቂ ኣንስትዮ ኣሕዋትና ዝተዓመፃ ኣለዋ እየን እዚ ድማ ብሰራዊት ኤሪትራን ብሰራዊት ኣምሓሩን እዩ ስለዚ እቲ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ወሪዱ ዘሎ ዓመፅን ቅትለትን ኩናትን ማእሰርትን ከም ዘሎ ክትምስክር ዝገብረካ ነገር ሕልና ወይ ሰብኣውነት ጥራይ እዩ ስለዚ ሓቂ ምዝራብ ንፍቶ እግዚአብሄር ኣምላክ ካዓ ሰላም የውርደልና ✝️☝️💛❤🤲
@briktiwelday9027
@briktiwelday9027 2 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ደቂ ኤረይ ሽኮሪናታት
@Teklia_artwork
@Teklia_artwork 2 жыл бұрын
ኣብዛ profiley ኣቲኩም subscribe ግበሩ የሕዋት! ነዓካትኩም ነጻ፣ ነዓይ ግን ዓቢ ሓገዝ ስለዝኮነ!! የቀንየለይ ብሩኻት
@Didutes7721
@Didutes7721 2 жыл бұрын
Aduye EnqaE bselam mexaki & Hani kea thank you n Adu sle demxakalna and n Millen hailu ente temxalna xbuk neru thank you
@zergabrteklay543
@zergabrteklay543 2 жыл бұрын
ሃኒ ሓወይ ጽቡቅ መደብ ኢዩ ኣዱ ሓብትና ውን ጸለመ ሰባት ኣይትገደስሉ ካብ ኣዚየ ዘድንቀኪ ሓውኪ።
@focus.15
@focus.15 2 жыл бұрын
ግጉያት እቶም ሓተቲ ዘይኮኑ ነዚ መደብ ዘተአናግድ ዘሎ ሰብ ግላውን ዘቤታውን ሕቶታት ሒዙ ምቕራብ ጥራሕ ዘይኮነ ነቶም ዘቕረቦም ሕቶታት ተአፋፍነቶም አብ ግምት ዘይእተወ ድሩት ዓቕሚ ሓደጋታት (ግርጭታት) ዝብሉ ዘስዕቡ ሽግር አብ ግምት ዘይእተው ናይ ቆልኡ ፀወታ ጭርጭር ዓበደ እዩ::
@flimonyemane4152
@flimonyemane4152 2 жыл бұрын
ኣዱ ሓበን ናትና ብጥዓሚ እየ ዝፈትወኪ 🇪🇷👸🏽❣
@nebelbalentertainment
@nebelbalentertainment 2 жыл бұрын
Adu shekor ❤️ beaki zmex Emru zakelet eya
@edenaynalemn3036
@edenaynalemn3036 2 жыл бұрын
Mkirtie fitret ajkie ete zey wealikiyo xegem yelen Amilak edemn tienan yhabikim 🙏🙏🙏🌹🌹🌹🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🇪🇷💋💋💋💋💋
@Teklia_artwork
@Teklia_artwork 2 жыл бұрын
ኣብዛ profiley ኣቲኩም subscribe ግበሩ የሕዋት! ነዓካትኩም ነጻ፣ ነዓይ ግን ዓቢ ሓገዝ ስለዝኮነ!! የቀንየለይ ብሩኻት
@segenmesfn1964
@segenmesfn1964 2 жыл бұрын
Deqi Eri love 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷aduye shikor kexliyo 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@asmeretberaki300
@asmeretberaki300 2 жыл бұрын
Adu lebamat sbkty eki bhaki nab Adina nmeles kuluna Yakl ab sdet ksab mas deki erey jeganu love you Deki halal meret 😍🇪🇷🇪🇷⚘💙
@aidahaile6735
@aidahaile6735 2 жыл бұрын
Agokiiii aduuu Habtey amlak Kulu ab srahkiii ab glawii hiwetkii amlak yhalwelkii!!!🙏
@almazt3763
@almazt3763 2 жыл бұрын
Hanni & Adu ❤❤🙏🙏👌👌🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤........
@Teklia_artwork
@Teklia_artwork 2 жыл бұрын
ኣብዛ profiley ኣቲኩም subscribe ግበሩ የሕዋት! ነዓካትኩም ነጻ፣ ነዓይ ግን ዓቢ ሓገዝ ስለዝኮነ!! የቀንየለይ ብሩኻት!!
@abielhabtesilassie5427
@abielhabtesilassie5427 2 жыл бұрын
ዋውው ኣዱ ጅግና ናይ ብሓቂ ዘሖጉስ መልሲ አድመን ጥዕናን ይሃበለይ ኣዱ ሽኮርር
@ogbaighebremedhin6252
@ogbaighebremedhin6252 2 жыл бұрын
ሰላም ሃኒባል ምስ ኣድያም፥ ብተካይዶ መደብካን ትጻወቶ ተራ ስነ-ጥበብን ኣብዚ'ውን ደጊመ ናእዳይ እልግሰልካ። ናብ ክብርቲ ሓውቲ ኣድያም ብምትኳር፡ በዚ ኣጋጣሚ ኣባኺ ዘለኒ ትለብስዮ ኣብነታዊ ገጸ ብህሪያት ናይ ምውሳእ ዘለኪ ብቕዓት ኣዚየ እየ እንእደኪ። ልዕሊ ኹሉ ግን ኣብ ዘለኪ ምቕሉልነትን ኣኽብሮት ሰብን ኣዚየ እኾርዓልኪ። ብተወሳኺ፡ ኣብ ሃገራዊ በዓላት ምስ ዓወት ብሓባር ኣብ ዘቕረብክሙሉ መሳጥን ንልቢ ዘረስርስ ምንባሩን፡ ወትሩ ዝዝክሮ ኢዩ። ኣብ ትሕቲ ብርሃን ሓርነት ፍትሒ ዝነገሳ ኤርትራ ብሞያኺ ንህዝብኺ ከተዂርዒ እምነየልኪ።ብሓቅነት ፍቕሪ ሃገርኪ ዝተደረኸ ኣብ እትገብርዮ ንጥፈታት ካብ ገበርቲ እከይ ንዝጋጠመኪ ሕማቕ ብትብዓት ዝበዳህክዮ እኾርዓልኪ። ኣብ ህይወት፡ እቲ ጽቡቕ ዝሕልንን ዝገብርን ኢዩ ዝያዳ ብድሆታት ዝጋጠሞ'ሞ ብትብዓት ወትሩ ሰዓርዮ። ህይወት ብድሆታት ዝበዝሖ እሾኽ ዝዘርኡ ስለ ዝበዝሑዎ ኢዩ። ዝዓበየ ሰላም ብሓቀኛነትካ ብዝርከብ ውሽጣዊ ቅሳነት ኢዩ፡ ስለዚ ኣጆኺ!!!
@bengrande3482
@bengrande3482 2 жыл бұрын
Hani hawey ne nahom meste ba amxalna plz derek hetotat alena
@mimiyeshikor4923
@mimiyeshikor4923 2 жыл бұрын
Edu mqert gal ereyyy🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤❤❤
@user-ny2kk6vg5x
@user-ny2kk6vg5x 2 жыл бұрын
ንመኣዛ መጀመርታ ሰላም ይቡል ካብዚ ቀጽለ ድማ ናብ ሕቶይ ከብል (1)ሓንቲ ካብዘን ሰለስተ ፊልምታት ኣየነይቲ ብዝያዳ ኢኻ እትፈቱ? ሰልሚ /ሕቡኡ ጽላሎት / መለይ (2) ካቡዘን ሰለስተ ፊልምታት ዝጠቐስክወን ምስ ናትኪ ባሃሪ ትኸይድ ኣየነይቲ እያ ካብ ሰለስቲኤን ግድን ሓንቲ ኽትጠቅሲ ኣለኪ። (3) ካብ ኣብ ኣዲስ ዘለዉ ተዋሳእቲ ምሳኺ ዝሰርሑ ካብ ኣወዳት ሓደ ካብ ኣዋልድ ሓንቲ ጥቀሲ። ከቢድ ሕቶ ኣይኮነን ካብዚ ናተይ ዝከቡድ ከም ዛሓቱ ተዳለዊ። እሞ መኣዛ ሓፍተይ ማራ እየ ዝፈትወኪ i love you ሃኒ ድማ ማራ እየ ዝፈትወካ ኣጀኹም ደቂ ኤሪ❤❤❤❤
@fevenrustu8445
@fevenrustu8445 Жыл бұрын
Adey pls melsley kab qedem krekbeki zdeli haftki feven Rustu ❤❤
@zergabrteklay543
@zergabrteklay543 2 жыл бұрын
ዋው ሃኒባል ሓወይ ኣዝየ እንዲየ ዘድቀካ ዝፈትዎ ተዋሳኣይ ሃኒ ዘምጻካልና ኣዝየ የመስግነካ። ቀጺለ ንሃኒ ክብሎ ዝደሊ ኣብ ኩሉ ስራሕካ መስሓቅ ዕዋላ ግን ከኣ ኬፍ ዘለካ ኣብ ሓቀኛ ሂወትካ ከመይ ትከውን? ተመርዒካ ዲካ ወይ ኣፍቃሪትካ ብስራሓትካ ከመይ ትገልጸካ? መልሲ ክጽበ አየ!
@isudebre5173
@isudebre5173 2 жыл бұрын
Qentikayo zeyhmeka 🧏‍♀️ chogrka
@samrawitteklu8185
@samrawitteklu8185 2 жыл бұрын
Beautiful 😍 aduye
@rahelshemendi4082
@rahelshemendi4082 2 жыл бұрын
Adu xibikiti fitert edemen tiana yebiki amlak mes mulat sidraki 🙏🙏🙏
@erilove6943
@erilove6943 2 жыл бұрын
Great program introducing Artists GBU
@eritreawieyebelom9062
@eritreawieyebelom9062 2 жыл бұрын
ኣጆኪ ኣዱየ ተጋሩ ለፍለፍቲ ኣብዝበጽሕዎ የብሎምን ከጸልሙኪ ሙካኖም ፍሉጥ እንድዩ ምስኦም ትግራይ ትዕወት ስለዘይበልኪ እዮም ሃገረይ ምባልኪ እዩ እዚ ጸገም ኮይንዎም ዘሎ
@rahwatekie667
@rahwatekie667 2 жыл бұрын
ኣጆኺ ኣዱ ሓፍትና በትሪ ሓቂ ትቕጥን አምበር ኣይትስበርን አያ
@fikreyacob286
@fikreyacob286 2 жыл бұрын
ኣድያም ኣይኮነን'ዶ ነዚ ኣጸያፊ ተግባር ክትውዕሎ:ንኸምዚ ዓይነት ተግባር ዝፍሙ ሰባት ኣትሪራ ከም እትቃወም ንሓንቲ ደቒቕ ከማን ኣይጠራጠርን: ኣጆኺ መኹርዒትና!
@sweetheart3383
@sweetheart3383 2 жыл бұрын
Adu haftey Amen n thank you beli bzuh bereket kkonelki eu tsbkti edmen tienan yhabki ms hadarki
@angosomyemame3661
@angosomyemame3661 2 жыл бұрын
ኣጆኺ ኣዱ ሓፍተይ ከምዚ ዘለኽዮ ቀጽልዮ ንፍዕቲ
@iteentertainment
@iteentertainment 2 жыл бұрын
ሓወይ ሳብስክራይብ ግበረለይ መደበይ ሪኢኻ
@yordulove3961
@yordulove3961 2 жыл бұрын
@@iteentertainment gerelka akeku hawey nska ka gberley
@shabaymender9126
@shabaymender9126 2 жыл бұрын
Process natey ni adey 🇪🇷 . Adu shikor 100 %
@Teklia_artwork
@Teklia_artwork 2 жыл бұрын
ኣብዛ profiley ኣቲኩም subscribe ግበሩ የሕዋት! ነዓካትኩም ነጻ፣ ነዓይ ግን ዓቢ ሓገዝ ስለዝኮነ!! የቀንየለይ ብሩኻት
@elsamirach6680
@elsamirach6680 2 жыл бұрын
Aduye konjo edmen tienan yhabki fetari 🙏🏼😘♥️
@michaelmebrahtomm7936
@michaelmebrahtomm7936 2 жыл бұрын
Nay bhaki tesfa zelewa Abay seb eya zemenki ybarek, 1000 kemaki yweleda Aden zfetwa ,darga kulen sdet ymerxa, Adu gn Nadey eye mbalki btaemi Rai Aleki emo Be strong!!!🇪🇷🐫🐫🇪🇷🐫
@yafetcafu1470
@yafetcafu1470 2 жыл бұрын
Love you 💕 adu haftey nd GBU
拉了好大一坨#斗罗大陆#唐三小舞#小丑
00:11
超凡蜘蛛
Рет қаралды 14 МЛН
Секрет фокусника! #shorts
00:15
Роман Magic
Рет қаралды 44 МЛН
Glow Stick Secret Pt.4 😱 #shorts
00:35
Mr DegrEE
Рет қаралды 10 МЛН
白天使选错惹黑天使生气。#天使 #小丑女
00:31
天使夫妇
Рет қаралды 15 МЛН
ፍሉይ ህያብ ንመርዓውቲ ብDz pictures vs Saron Nemariam
6:22
ቃልኪዳን ከለዋ‘ያ ተመርዕያ
20:35
JOSIAS DENDEN TUBE
Рет қаралды 252 М.
拉了好大一坨#斗罗大陆#唐三小舞#小丑
00:11
超凡蜘蛛
Рет қаралды 14 МЛН