ደሮሆ ሰሪሕኽን ኣይንበልዕን ንዝብሉኽን ዝገርም ሜላ😂 ለይቲ ምድሪ ብሩስት ሰሪሐ ኣብፂሐሎም

  Рет қаралды 23,968

Selam Tsegay Smile:)

Selam Tsegay Smile:)

Ай бұрын

#smile #habesha #tigrayan #duet #tigray #love #tigrignamusic #vlog #video #tigrignamezmur

Пікірлер: 459
@selamtsegaysmile9152
@selamtsegaysmile9152 Ай бұрын
ብሩኽ ምትሓዝ ፆም ሓወርያ ይግበረልና🙏 ብምቕፃል ኣብዛ ሊንክ ብምጥዋቕ Subscrib ግበሩልና 🙏 ናይ ያሬድ ሓወይ እያ🥰 kzfaq.infoH94uNgzvj3c?si=6pHCyD3LVtchNv8b
@hiwettsegay1616
@hiwettsegay1616 Ай бұрын
ሰላምዬ ክብረቲ በዳኪ እሺ ዋእ ንዓይ እወን እባ ሊንክ አባ አቀምጠለይ አብ ትሕቲካ ሓድሽ ጀማሪት እየዋ ከይተሓልፍኒ ples🙏
@AbiAbiHadgu
@AbiAbiHadgu Ай бұрын
ገይርና ናዓክም ዘይከነ ንመን እልናየ ❤❤
@SelamHans
@SelamHans Ай бұрын
ሰሉ።እቲ ብረድስቲ።ዓድና ኣሎ፡ድዩ ፡በጃኪ።መልስለይ
@RahelGebrehwet
@RahelGebrehwet Ай бұрын
ደምርኒ ዝያዳይ​@@AbiAbiHadgu
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s Ай бұрын
TDF ውን ግበሩለይ ስብስክራይብ🙏🙏🙏
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s Ай бұрын
ተጋሩዋይ TDF እየ 10k ስብስክራይብ ከይትሓልፍኒ🙏🙏❤️💛
@user-dj5wd9zb5h
@user-dj5wd9zb5h Ай бұрын
እሹኒ TDfይ❤
@msgnahadush758
@msgnahadush758 Ай бұрын
እሺ ክብር ሓውና
@Almi_Alm
@Almi_Alm Ай бұрын
ብሽም ክዳነ ምህርት ሰብሰክራይብ ግበሩኑ🙏 ኣሕዋተይ
@hdjf4
@hdjf4 Ай бұрын
ገይረልኪ ዝያዳይ
@user-io2sq9ho7t
@user-io2sq9ho7t Ай бұрын
ገይረልኪ ብስም ኪዳነ ምህረት
@RuftaRuftatr3uo9ki7y
@RuftaRuftatr3uo9ki7y Ай бұрын
ገይረልኪ ብስም ክዳነ ምህረት ኣደዋይ ❤️
@user-fn4rl8ch8i
@user-fn4rl8ch8i Ай бұрын
ገይረልኪ በስም ኪደነ ምህርት ❤❤❤❤
@user-cm5sp1dv2d
@user-cm5sp1dv2d Ай бұрын
ገይረልኪ መልሲ🤲
@SeniSeni-ne3gy
@SeniSeni-ne3gy Ай бұрын
አንቃዕ አበፀሐና ንወረሓዊ ኣዴና ኪዳነናምህረት❤ሳብስክራይብ በለኒ ብስም 16ኪዳን ምህረት
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 Ай бұрын
ኣሜን(3)👏👏ሳብስክራይ በልለይ ማዓረይ👏
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s Ай бұрын
ደምራኒ ክብራተይ❤❤❤❤❤
@fada3193
@fada3193 Ай бұрын
በይንኺ ብሙሾት አይትውፂኢ❤
@user-cm5sp1dv2d
@user-cm5sp1dv2d Ай бұрын
ደምርኒ ፅጋበይ🤲
@user-sx2rf9om9c
@user-sx2rf9om9c Ай бұрын
ሰሉዋይ ኣሕዚንክኒ ንባዕልኪ ዘይበላዕክስ ነሕዋትኪ ተገዲስኪ ኣብሊዕኪ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@RahelGebrehwet
@RahelGebrehwet Ай бұрын
ደምርኒ ማዓረይ
@hanayemaryam12
@hanayemaryam12 Ай бұрын
ከማኺ ዝመሰለት ሓፍቲ የብዝሕ 🥰🥰🥰❤️❤️❤️❤️ ይበል አዞ ብሩኽ
@medhin8187
@medhin8187 Ай бұрын
በይንኺ ትወፂ🙄👊 ሞያ ይበል ❤ ጉራ ግን ኣንደኛ ኢኺ😂ሰላም ሰናይ ሰላም ዘለዎ ፆም ይግበረልና ❤
@samiraahmed1322
@samiraahmed1322 Ай бұрын
ሰናይ ፆም ይግበረልኩም ይግበረልና ሰላመይ መክበሪት ኣሕዋታ 🙏❤❤
@user-cm5sp1dv2d
@user-cm5sp1dv2d Ай бұрын
ደምርኒ ፅጋበይ🤲
@solomonbeyan-zv5mp
@solomonbeyan-zv5mp Ай бұрын
ኣነ በጣዕሚ ሰሉ ከማኪ ሓፋቲሲ ኣይዶኖ መግለጺ ይብለይን ❤❤❤❤❤❤
@user-on3uj6jk1j
@user-on3uj6jk1j Ай бұрын
ኣረ ምሸት ምድ መንገድ ኣትኽ ግዜየኡ የፍርሕ ኡዩ ሰሉየ
@user-cm5sp1dv2d
@user-cm5sp1dv2d Ай бұрын
ደምርኒ ፅጋበይ🤲
@SelamTekle-uk8kq
@SelamTekle-uk8kq Ай бұрын
ሓፈትካ እኮ መተከአታ አደዋካ እየ ተመስገን ሰሉየይ ሳብስክራይብ ሓጉዙኒ ፈተዉቲ ሰሉ እንካዐ አብፀሐኩም ንኪደና ምሕረት ሓደይ ሓሳብኩም ትፈፀመልኩም❤❤❤
@fada3193
@fada3193 Ай бұрын
ሓፈትኻ ኮ መተካአታ ኣዶ አያ❤❤
@user-cm5sp1dv2d
@user-cm5sp1dv2d Ай бұрын
ደምርኒ ፅጋበይ🤲
@user-dr9fs2gn3k
@user-dr9fs2gn3k Ай бұрын
ሰሉየየ ለባመይይ ናዓኪ ዘይቀመስክስ ናብ ሓትኪ ዕድመን ጥዕናን ናዓኪ ፅሪተይይይይይ
@user-sc8zf2km3n
@user-sc8zf2km3n Ай бұрын
አሜን እንኳዕ ኣሕቢሩ ኣብፀሐና ሰሉየይ ለባም❤
@user-tr7dg3uz8o
@user-tr7dg3uz8o Ай бұрын
ሰናይ ፆም ይግበረልና ሰሉዋይ ዋው ደስ ክብል👌👌👌👌💙💙💙💙
@TsegaTsega2119
@TsegaTsega2119 Ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም😍ምሸት ደገ ኣይትውፅኢ ሰሉዋይ😌
@Shewit_Brhane12
@Shewit_Brhane12 Ай бұрын
እንካዕ ኣብፀሐና ቡሩኻተይ ሰላመይ ምቅርቲ ኣብ ኣሕዋትኪ ዘለኺ ተገዳስነት ብጣዕሚ ደስ ዝብል እዩ ግን ምሸት ኣይትዉፅኢ ዝያዳይ ❤❤
@ggsggufy2042
@ggsggufy2042 Ай бұрын
ኣሜንኣሜንኣሜን
@KvfDtr-ic4cg
@KvfDtr-ic4cg Ай бұрын
ኣይ ብእወነት ሓፍት ማለት ኻልአይት ኣዶ እያ❤❤❤
@Guhih-hi4up
@Guhih-hi4up Ай бұрын
አስይይይ ስላመይ ምቅርቲ ኩሉ ትክእልዮ ዋሓሎ መን ከም ጋልእነካ ፅሪቲ ግን ሓደራኪ ስላመይ ብምሽት በይንኪ አይትውፅኢ❤❤❤❤❤
@user-fg8xc4xx7r
@user-fg8xc4xx7r Ай бұрын
ሰሉየይ ግብዝ እኪ ባሓቂ ለሓወቲኪ ተገደሰናተኪ ❤ሶ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ❤🙏ደቀ ሪመይ ማዓርይ❤
@ShamS-hp3vn
@ShamS-hp3vn Ай бұрын
ኣሜን ወለላይ🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤
@tsegatsega238
@tsegatsega238 Ай бұрын
ደምራኒ አሕዋተይ❤
@user-hh3ib9hj4x
@user-hh3ib9hj4x Ай бұрын
ኣሰይ ፅርያት ደስ ክትብሉ❤❤❤ ሰልዋይ በጃኪ ምሸት ኣይትዉፅኢ ዓድና ሕማቅ እዩ ዘሎ😢❤❤
@merigaltewahdo1460
@merigaltewahdo1460 Ай бұрын
ዊ ሰሉዋይ መዓረይ ኢድኪ ይባረክ❤
@GmhlHpyu
@GmhlHpyu Ай бұрын
ዘይ ደቀስኪ ክስካዕ ሕጂ እና ይመቸይኪ ለባም❤
@vinymakkonen5376
@vinymakkonen5376 Ай бұрын
Nsbayke Akedeme Selamey, wehale ❤
@user-zm7ox7rq1b
@user-zm7ox7rq1b Ай бұрын
ሶሉየ በይንኽ ምሸት ኣይትውፀእ ከይጨውይኽ ዓድና ኻፉኡ ዩኡ ድኖሆዋ
@raheltesfay-qh4xs
@raheltesfay-qh4xs Ай бұрын
Nay bhaki nfite hafete selamey gobez eki❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-kz3ov3ju4w
@user-kz3ov3ju4w Ай бұрын
ዋይ ኣጓላት ተብህልና ፅርጋ ውቅሮ ዝውር አምሽና 5.6 ሳዓት ምንም ለፍርሕ ለይነበረነሰ ገዛና ናኣቲ ዝነበርና ሰ ከዚ ግን ብወረ ሰብድና ኣፍርሕና ክስካ ትኣትዩ ፈርሐ ዓድና ሓዊ መስላ ተሰምዓትኒ ሰላመይ ብዝተረፈ ጎግዝ እኪ መን ከመ ጓል እነካ❤❤❤❤
@RahelGebrehwet
@RahelGebrehwet Ай бұрын
ደምርኒ ዝያዳይ
@yashikonju8805
@yashikonju8805 Ай бұрын
አት ሰላም ሓፍተይ ፀልማት በይንኽ አይትዉፅእ ግዜኡ ሓሙቁ እዩ ዘሎ ሓፍተይ ጎበዝ ደስ ባሃልት ❤❤❤❤
@user-dh5ue8gf3w
@user-dh5ue8gf3w Ай бұрын
ሰሊተይ ዋሓለ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ ❤❤❤ ዛናተይ ይፈትወኪ እየ
@user-cm5sp1dv2d
@user-cm5sp1dv2d Ай бұрын
ደምርኒ ፅጋበይ🤲
@SelamTekle-uk8kq
@SelamTekle-uk8kq Ай бұрын
ቀደማካ ስባአይኪ ከ ታይ ትቅርቡሉ ኢኪ ያ ያሬደ😂ዓርክካ ዘኪርካ እ❤❤❤
@user-gf4ze4ez1s
@user-gf4ze4ez1s Ай бұрын
ንፉዓት ደስ በሃልቲ ፍቅርኩም የብዛሓዮ ፀላእ ዓይንኩም ይደፈን
@astergebre9935
@astergebre9935 Ай бұрын
Oh God bless you guys 🤩🤩🤩🤩🤩🤩
@user-cg4vx6py5j
@user-cg4vx6py5j 19 күн бұрын
አየ ሰሉዋይ ዘስሐቀትኒ ዘረባ እስኪ ጠዕምዎ ሓኮኮ ይብሎያ😂😂😂ማርያምን ስሒቀ😂
@MilyTaweke
@MilyTaweke Ай бұрын
Ado alatom ezom koleu und guday sebayki ayteredannn abey eu zkmetttt❤
@ssll7812
@ssll7812 Ай бұрын
ዋው ሓፍቲ ማለት ካልአይቲ ኣዶ እያ ዑዱለኛታትእዪም ለባም ሓፍቲ ሰለዘለክየም❤❤❤
@user-up9fn9xc9d
@user-up9fn9xc9d Ай бұрын
ፅሪተይ❤❤❤❤
@KvfDtr-ic4cg
@KvfDtr-ic4cg Ай бұрын
ዋይ ማርያምን ደስ ክብሉ❤
@selamgualtigrayhagertigray2296
@selamgualtigrayhagertigray2296 Ай бұрын
ናዓድና ደረሆ ከ ማራ እዩ ጡዑም😊
@hanit726
@hanit726 Ай бұрын
ዓባይ ሓፍትካ አዶካ እያ ብሓቂ❤❤❤
@user-mk5yo2dh2p
@user-mk5yo2dh2p Ай бұрын
Kamey dey zefetwaky selu mikert ewayyyyy❤❤❤❤
@user-ec6is7uu4y
@user-ec6is7uu4y Ай бұрын
ይመቸኪሰሉዋይ❤❤❤❤❤❤
@MerMeri-vi8ti
@MerMeri-vi8ti Ай бұрын
wawww ሰሊየ( ኪኒ)ዲኪ እልኪ ሓቀይ 😍ብኢሮብ ምንጋር ጀምሪኪ ቀፅሉሉ ከዓ እና (ኩክሕዮ) ይፈትወኪ ማለት እዩ❤
@RahelGebrehwet
@RahelGebrehwet Ай бұрын
ደምርኒ ዝያዳይ
@SelamTekle-uk8kq
@SelamTekle-uk8kq Ай бұрын
እንካዐ ሰላም መፀአኪ ሰሊተይ ግደን እዩ ተመስገን ክንዲ አደኦም እነአምን ሓፈቶምን ቀንያሎም አደወኩም ለ በሰላም ገዮሩ ስደታ እሕፂሩ የራከብኩም❤
@ShamS-hp3vn
@ShamS-hp3vn Ай бұрын
ኣሜን ወለላይ🙏🙏🙏❤❤❤❤❤
@user-ww5on5jl6i
@user-ww5on5jl6i Ай бұрын
ሰሉተይ መሸት ኣይትዊፀእ ካብ ገዛ ❤
@user-cm5sp1dv2d
@user-cm5sp1dv2d Ай бұрын
ደምርኒ ፅጋበይ🤲
@sabai12167
@sabai12167 Ай бұрын
ሰሉዋይ ዉሕልልቲ ብዙሕ እየ ካባኪ ተማሂሪ ዛምበይተይ😍😘
@tsegatsega238
@tsegatsega238 Ай бұрын
ደምርኒ ዝያዳይ❤
@uutgmf0gy921
@uutgmf0gy921 Ай бұрын
በይንኺ ምሸት አይትዉፂኢ ሰሉየይ❤❤❤❤
@user-vp6vn1oe8u
@user-vp6vn1oe8u Ай бұрын
ኣሳራራሕ ካሊእ ማዓልቲ ኣርእይና እኪ ሱሉ ሞክሲ❤❤❤💋💋💋❤
@user-te2yv8tu5y
@user-te2yv8tu5y Ай бұрын
እየ ሰሉ ደርሆ ኣብ ዘይቲ ቀቂልኺሰ ለለ አሕዋትኺ እዬም ኖርማልዩ ታይ እዩ ኣካቢድኺ😊
@AaAs-ns7sx
@AaAs-ns7sx Ай бұрын
ሰልተይ ለባም🙏
@user-jl2fr5nx9w
@user-jl2fr5nx9w Ай бұрын
ሰልዋይ ❤❤ ኣነለ ሞፀሚ ክስዕመኪ 💋💋
@goeytsegezab6494
@goeytsegezab6494 Ай бұрын
Mkrti fetawit yehwata admen tanan yhabkum ❤❤❤❤❤❤❤
@sbegge7121
@sbegge7121 Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ፈቅረኩም የባረክ ፈጣረ❤❤❤❤❤🎉
@user-uc4du9xu9k
@user-uc4du9xu9k Ай бұрын
በይንኺ ብሙሾት አይትውፁኢ ሰሉየይ❤🥀🥰
@user-vp6vn1oe8u
@user-vp6vn1oe8u Ай бұрын
ጎቦዝ ኢኪ ናይ ብሓቂ🥰🥰🥰🥰🥰
@user-ve5ej9gb8t
@user-ve5ej9gb8t Ай бұрын
ጥዑምዶ 😂ሰሉየይ ኣዘኪርክኒ ❤😍
@Melodi8347
@Melodi8347 Ай бұрын
በይንኪ ኣይትውጽኢ ትግራይ ሕማቅ ኣሎ ምጭዋይ ዝሓፍተይ ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@Kusu11
@Kusu11 Ай бұрын
ሰሉየይ ጅብዕቲ😘♥️
@fioriberhane8695
@fioriberhane8695 Ай бұрын
iwey tawtlkum desi kitblu I remember my brothers ❤❤❤❤❤
@user-uv1rn6gp1z
@user-uv1rn6gp1z Ай бұрын
ደስስስስስስስ ክትብሉ🥰♥️♥️
@ifhd4442
@ifhd4442 Ай бұрын
በይንኪ አይትውፅኢ ሰሉየይ
@user-rj4mc6vh6p
@user-rj4mc6vh6p Ай бұрын
ሰሉዋይ ፅሪቲ❤❤❤
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 Ай бұрын
ሰላም ምቅርት ካብ ኣሕዋተኪ ንላዕል ኣነ ደሰ አሉን ሓዋካ ብሂወት ትሉ ሓስብ ልብ ፈልጥካ ምግባር ማራ አዩ ሓጉሰቲ ዘገብረን ግን በሰኪ ጥሩነት ብዘይ ሓዋ ተረፈ በይነይ ኣብ ሰደት ይነባዐ ጥራሕ😢😢😢😢😢
@user-yr6ik8zg7v
@user-yr6ik8zg7v Ай бұрын
አጆኪ ክብርተይ
@HsgdgBdbdhh
@HsgdgBdbdhh Ай бұрын
ኣይዞኺ ዝሓፍተይ😢
@user-hr9qy9od4c
@user-hr9qy9od4c Ай бұрын
አጆኪ ዝያዳይ😢
@ShamS-hp3vn
@ShamS-hp3vn Ай бұрын
ኣጆኺ ወለላይ🙏🙏🙏
@RahelGebrehwet
@RahelGebrehwet Ай бұрын
አጆኪ ክብረተይ ጥረሕና አቅረየምና ብዘይ ወገን ግን አጆና ደሞ ደምራኒ
@user-yr6ik8zg7v
@user-yr6ik8zg7v Ай бұрын
ሰሉዋይ ጎቦዝ
@joy3t552
@joy3t552 Ай бұрын
ሰሉየይ ኣሰራርሕኡ ኣርእያኒ ህያበይ ብወላዲትኪ❤❤❤❤
@RahelGebrehwet
@RahelGebrehwet Ай бұрын
ደምርኒ
@SelamTekle-uk8kq
@SelamTekle-uk8kq Ай бұрын
ፅሩያተይይይ❤
@FeerDee
@FeerDee 17 күн бұрын
ዕድመይሃብኪ
@user-pp6nl7wt5o
@user-pp6nl7wt5o Ай бұрын
እድመን ጢእናን ይሃብኩም ዞም ሓተይ እና ብፀልማት ኣይትውፅኢ❤❤❤❤❤❤❤
@user-bo4yr7ms2d
@user-bo4yr7ms2d Ай бұрын
እሰይ ሰልዋይ ❤ ዋላ ኣነ ንሕዋተይ ከሕጉስ ብጣዕሚይ እየ ዝደሊ❤
@abrhetknfe186
@abrhetknfe186 Ай бұрын
ደስ ትብሉ😅❤
@Mari-yp7yp
@Mari-yp7yp Ай бұрын
ብልዓፍያ ንጥዕና ይግበረልኩም😊❤
@HgehgUgeyhe
@HgehgUgeyhe Ай бұрын
ስሉየይ ዛቤተዋኒ ❤❤
@user-wl9nw1lu2t
@user-wl9nw1lu2t Ай бұрын
ሰላመይ ምሸት በይንኺ ኣይትዉፅኢ❤❤
@mulutafere4889
@mulutafere4889 Ай бұрын
ሰሉ ዋይ ዋሓለ ፍቅርኩም ይቦዛሕ
@Seniseniii
@Seniseniii Ай бұрын
ዋውውው❤
@SaraSara-zu2vl
@SaraSara-zu2vl Ай бұрын
እሰይ ምሳሓትካስ ከምዚ ክትኮን ኣለካ❤❤❤❤
@HheruGalgeriy
@HheruGalgeriy Ай бұрын
ሹኮራት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
@user-zh5lj4ex3k
@user-zh5lj4ex3k Ай бұрын
ያሬድይ ምስኪናይ ማዓረይ❤❤❤❤❤
@HH-pf8vr
@HH-pf8vr Ай бұрын
የኔ ማር❤❤❤❤❤
@elsayork5228
@elsayork5228 Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤ምዓርይ 🙏🙏
@DgG-ji1sr
@DgG-ji1sr 4 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉 የኔ ውዶች 🎉❤🎉 ስወዳቹ🎉
@hiwettsegay1616
@hiwettsegay1616 Ай бұрын
ደቂ ምድራዊ ገነት ሳብስክራብ ሓጉዝኒ እግዚአብሔር አምላክ ያሓግዝኹም ናይ ሰላም ቤተሰብ 🙏☘️
@RahelGebrehwet
@RahelGebrehwet Ай бұрын
ደምርኒ ደምረኪ ዝያዳይ
@saraheisaa5917
@saraheisaa5917 Ай бұрын
ሰሉውየ ምጭውቲ❤❤❤❤❤
@user-cl9ns8uv6t
@user-cl9ns8uv6t Ай бұрын
ኣሰራርሕኡ ኣሪእና ሰሉየ 🤗
@user-io5pm1vh2m
@user-io5pm1vh2m Ай бұрын
ሰዓዲ ዶ የለኽይ ዃይኑ ቅሊል ይኡ
@RahelGebrehwet
@RahelGebrehwet Ай бұрын
ደምርኒ
@FbGg-vp2gg
@FbGg-vp2gg Ай бұрын
ፅሪተይ❤❤❤❤❤
@AbiAbiHadgu
@AbiAbiHadgu Ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ሓላለይ❤
@meri.Tgraweyti
@meri.Tgraweyti Ай бұрын
ጉራ ቕንስ ኣብሊ ብዝተረፈ ይመችኹም
@user-fg1sn2tw9t
@user-fg1sn2tw9t Ай бұрын
ታይ ዩ ኣርስቶ ኸ ብሪስቶ ማለትኺ ድዩ ብዝኮነ ጽቡቕ ስራሕ ዩ
@user-io2sq9ho7t
@user-io2sq9ho7t Ай бұрын
ሰሉየ ብፀልማት አይትውፀኢ
@AbiAbiHadgu
@AbiAbiHadgu Ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ሓላለይ❤
@user-iz6xn6rm7l
@user-iz6xn6rm7l Ай бұрын
ኣየ ሰሉዋይ ፅሪቲ❤❤
@RahelGebrehwet
@RahelGebrehwet Ай бұрын
ደምርኒ ሓፍተይ
@user-zy1zf9fn7n
@user-zy1zf9fn7n Ай бұрын
Wow👍😘
@rahwaal863
@rahwaal863 6 күн бұрын
Aseyyy anes kwetweki maarey taadilki ms ahwatki
@user-jc8wx3qz4k
@user-jc8wx3qz4k Ай бұрын
ሰሉየይ ማዓረይ ልባም ሓፍቲ ማለትኮ ካለኤይት ኣደካ እያ❤
@GsfgFssf
@GsfgFssf Ай бұрын
ምሃብኪስ ፅብቅ ዋ ግን ዘረባ ኣብዚሕኺ ይትብ ምሉእ😮😂😂😂😂
@lililove8991
@lililove8991 29 күн бұрын
ኪኒጋሳ😂😂
@user-ne3fh1xo4z
@user-ne3fh1xo4z Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤ሰሉ ሽኩር
@ifhd4442
@ifhd4442 Ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ❤❤❤❤🎉🎉🎉
@naix3768
@naix3768 Ай бұрын
🎉🎉🎉
@user-lj6yg8xb2s
@user-lj6yg8xb2s Ай бұрын
❤❤❤❤
@saddvzx9822
@saddvzx9822 Ай бұрын
አይ ፁሩያተይ❤❤❤❤😁
ዮአዳን (ክፍል 18)
32:27
ለዛ
Рет қаралды 88 М.
Iron Chin ✅ Isaih made this look too easy
00:13
Power Slap
Рет қаралды 36 МЛН
路飞太过分了,自己游泳。#海贼王#路飞
00:28
路飞与唐舞桐
Рет қаралды 30 МЛН
አቲ ንሜሪ ኣጥኒሱ ዝካሓዳ ወዲ ኣዛራሪቦዮ 😢
13:50
muez & selam (ሙኡዝ & ሰላም)
Рет қаралды 23 М.
ይሄ ሁሉ ሴራ ግን ለምን??😭😭😭😭😭
15:39
ለሽምግልና ቀናቶች ሲቀሩ ሮቤል ሌላ ፍቅረኛ እንዳለው ታወቀ።
19:25
Iron Chin ✅ Isaih made this look too easy
00:13
Power Slap
Рет қаралды 36 МЛН