ድምፃዊ ዓዚዝ ሓጎስ | ድሕሪ ሐዚ ኣይደርፍን ፡ ብደቂ ኣንስትዮ ብጣዕሚ እየ ቀናእ | ሓንቲ ኣዶ ግዝአን ከይኣቲ ከልኪለናኒ | aura

  Рет қаралды 23,898

Aura ኦራ multimedia

Aura ኦራ multimedia

Ай бұрын

#habesha #aura #tigrignafilm #ኦራ #drama #tigray #ethiopia #tigrignamusic #eritrea
subscribe and hit the notification bell to stay updated with all new uploads!
ድምፃዊ ዓዚዝ ሓጎስ | ድሕሪ ሐዚ ኣይደርፍን ፡ ብደቂ ኣንስትዮ ብጣዕሚ እየ ቀናእ | ሓንቲ ኣዶ ግዝአን ከይኣቲ ከልኪለናኒ | Aura multimedia
ሓደሽቲ ምስልታት ንክበፅሕኩም ሳብስክራይብ ብምግባር ቤተሰብ ኩኑ !
Copyright ©2024: aura ኦራ multimedia; 🔔Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibeted.

Пікірлер: 108
@user-yo7oy4fb5x
@user-yo7oy4fb5x Ай бұрын
ዓዚዘይ አነስ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወካ ብፍላይ ብናትካ ደርፊ እናደረፈ እናተጫወተ ዘዕበየኒ ብጣዕሚ ዝፈትዎ ወድነይ በዚ መከራ ስኢነዮ 😢😢😢😢 እሞ ኩሉ ግዘ ናትካ ደርፊ ተሰሚዐ እቲ ናይብቁልዕነትና አብ ግዘ ትምህርቲ ዝነበርኩዎ ዘሕለፍክዎ ምስቲ ጅግና ሓወይ ንሎሚ ንዘይረክቦ ትዝታን ንብዓት ይሽቀዳደመኒ አሕሕሕሕ ታይሞ ይኩን ዓለም ከንቱ ጀጋኑና ክምለሱ ተስፋ ይገብር አለኩአነስ ዓሻ ድኣ ከይትብሉኒ እንበር ምእማን አብዩን ክቅበሎም አይአአልኩን ግን ይበልዕ ይሰቲ ይረግፅ ፃዕዳ ክዳን ጌረ ግን ሞ ታይ ይኩን ውሽጥካ ፀሊም ሓሪሩ ላዕልካ ፀ ፃዕዳ ኮይኑና እህህህ ዘይውዳእ ስቃይ😢😢😢😢 😢😢😢😢 ብዝኮነ ዓዚዘይ ጅግናየ ልሳነ ጥዑም ኢኪ❤❤❤❤ ንበረልና ነፍዓመት❤❤❤
@user-pu2pz5lr2n
@user-pu2pz5lr2n Ай бұрын
አዚዝ አነ ካብኩሉ ደሪካ ህፃናት እዮም ብራሀን ወጋሓታ ትብል ደሪፍ ኩሉግዝ አብማዓልቲ ከይሰሜዓከዋ አይዉዕልን💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕ዕደመ ምሰጥዕና ንዓካ👍👍👍👍
@mikialenguse3832
@mikialenguse3832 Ай бұрын
ዓዚዝ ጅግና ዋላ ኣነ ተከዘ ትብል ደርፍኻ'የ ዝፈትዋ ወዲ ተከዘ ጽቡቕ ገረ'የ ዝፈልጣ ጋዜጠኛ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ክዳን ኣዴታትና ትገብሪ ትሕትና'ውን ኣለኪ ብጣዓሚ'የ ኣድኒቐኪ ቀጽሊሉ
@user-hh9wu9gd9c
@user-hh9wu9gd9c Ай бұрын
ዓዚዘይ ሽኮር በሰጣዕሚ ኢና ንፈትወካን ነኽብረካን ሰላምን ፍቅርን ምስ ሙሉእ ፋሚልኻ ይምነየልካ ❤❤
@user-lw8hw3fc7j
@user-lw8hw3fc7j Ай бұрын
ዓዚዝ ጅግና ብጣዕሚ ኢና ንፈትወኣን ነኽብረካን ንበረለና🙏❤💛
@XehayYebyo-vt9eh
@XehayYebyo-vt9eh Ай бұрын
Aziz Bro Nice songs 🇪🇷 God bless you 🙏
@user-oi7ce4zo6t
@user-oi7ce4zo6t Ай бұрын
ብጣዓሚ ደስ ኢሉኒ አበይ ጠፊኡ ኢለ ይሓስብ ስለ ዝነበርኩ ተመስገን ደስ ኢሉኒ ንዓኺ ውን አሕዋተይ የቐንየለይ
@simonmengstab2620
@simonmengstab2620 Ай бұрын
Aziz derftatka ab Eritrea 🇪🇷 aziyom gnunat nerom cherimnalu yeake
@Tsrhadesta
@Tsrhadesta Ай бұрын
ተጋዳላይ አርትስት አዝዚ ሓጎስ አብዝመደብ እዙይ ክቀርብ አይግበኦን አዝዩ ውሩይ ደራፍን ጀግና ተጋደላይ ጠቅላላ ወዲ ህዝቢ እዩ አብ ዓበይቲ ሜዳ ክቀርብ አለው
@AdhanetGebregzabher
@AdhanetGebregzabher Ай бұрын
ቀሪቡ ኮ ሞ
@Tsrhadesta
@Tsrhadesta Ай бұрын
@@AdhanetGebregzabherክክክክ ፅባሕ አብ ዓብይ ሜዳ ክሪኦ ተስፍ አለኒ
@fanueldori9718
@fanueldori9718 Ай бұрын
ኩቡር ጅግና ፈታዊ ዓዱ ዓዚዝ ሓጎስ ክብሪ ይግበኣካ ❤❤ ኩሉ ጽቡቅ ኣቅሪብካዮ በተለይ ኣብ ጥበብ ዞሎው መስቆንቆንቲ ተዝተርፍ ይሓይሽ ይብል
@kahsayghezehegn8092
@kahsayghezehegn8092 Ай бұрын
Wonderful Legend. Son of Tigray.
@user-un9sb6hb3f
@user-un9sb6hb3f Ай бұрын
wawwww Aziz Hagos 😂 my favorite singer in Tigray FROM WEDI SHABIYA.
@user-cr6vv7iy9g
@user-cr6vv7iy9g Ай бұрын
ኣሰላማይ ኣይመሰለንን ነሩ
@YasinIbrahim-rv9gt
@YasinIbrahim-rv9gt Ай бұрын
Enty da ymsil
@Abdalla..adulis
@Abdalla..adulis Ай бұрын
Aslamay sebdo aykonen ata donkoro eka meslni . Dehar kea Aziz zebhal kistanay alo deyu . Hagos kea Jebrti yewxiu eyom selzi kulu seb hade mukanu felet ok
@user-cr6vv7iy9g
@user-cr6vv7iy9g 29 күн бұрын
B​@@Abdalla..adulis ኣንጃላ ኣንጀልጀል ኣይትበል እንታይ ሕማቅ ተዛሪበይ ድየ ዶንቆሮ መሃይም
@eseyaskahsay4188
@eseyaskahsay4188 Ай бұрын
ዓዚዝ ሓጎስ ብንእሽተይ ኮሎኩ ዝስምዕ ዝነበርኩ ደርፊ ክሳብ ሕጂ ይሶምዕ ኣለኩ ❤❤❤❤🥰🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏
@Aksum881
@Aksum881 Ай бұрын
ዓዚዘይ ጥበብ❤❤❤
@MahderWeldegebrial-kt2ld
@MahderWeldegebrial-kt2ld Ай бұрын
azizey jgna kulu derftatka yfotwo eye gin bfuluy keynfalale ntahalale ashenda yzkereni❤❤❤❤❤
@arielasgedom3242
@arielasgedom3242 Ай бұрын
I never seen him before. Thank you
@STAMA123
@STAMA123 Ай бұрын
አዚዝ ሓወይ ብጣዕሚ የኽብረካ ይፈትወካ❤❤❤❤❤❤❤
@merhawiberhe4476
@merhawiberhe4476 Ай бұрын
Great legend I like Dese eluni lomeianeti
@atsedetessma7425
@atsedetessma7425 Ай бұрын
ቢሐቂ አዛዛ ጎበዝ ናይ ሊቢ ደራፋይ እዩ እንካእ አቂረቢኪዩ ፈጣሪ ብሰላም ንበር👏👏👏👏👏👏❤❤❤❤❤❤
@biriktiatsebha4561
@biriktiatsebha4561 Ай бұрын
Good to see you ❤❤
@STAMA123
@STAMA123 Ай бұрын
እንኳዕ አብፀሓካ አዚዚዚዚዚዝ ሓውና
@samuelmulubrhan7578
@samuelmulubrhan7578 Ай бұрын
The one hero
@user-bq7mz3vf4m
@user-bq7mz3vf4m Ай бұрын
ሰላም ሰላም ዓዚዘይ ጓል ሃገር ሰብ ከይንፈላለ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወን ደርፍካ 💘💘💘💘
@samiraahmed1322
@samiraahmed1322 Ай бұрын
ክቡር ኣቦና ኩሉ ደርፉ እየ ዝፈትወ እንኳዕ ገፅካ ራኣና 🙏❤❤
@user-qr4oj5vo7s
@user-qr4oj5vo7s Ай бұрын
ጅግና ከያኒ ኣቦ ጥበብ ዓዚዝ ሓጎስ ቀፅለሉ
@STAMA123
@STAMA123 Ай бұрын
ሎም ስራሕትኻ ፍቕሪን ልቦናን ዝተሞለኦምዮም ናፊቕና ስራሕካ
@arielasgedom3242
@arielasgedom3242 Ай бұрын
I like your dress. Be blessed
@kibreablegesse1430
@kibreablegesse1430 Ай бұрын
ሃይ ዓዚዝ ሓወይ እንኳዕ ብኣካል ርኣእኹኻ ዝሓወይ እታ ጋዜጠኛ ድምፂ ወስኽሉ በላ።
@user-xm2un2sl7e
@user-xm2un2sl7e Ай бұрын
ኣታ ታይ ክትረኽቡ ዓዚዝ ዳኣ ሞይቱ እንድዩ ትብሉና? ሕጂ ምስ ራኽዎ ሕልሚ ኮይኑ ተሰሚዑኒ። ብዝኾነ ጥዑም ደርፊ ደሪፍካ ኢኻሞ ቆጽሎ ካኣ🇪🇷🇪🇷🇪🇷💝
@KbGg-mg9go
@KbGg-mg9go Ай бұрын
Jgna azez hawna🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@redaemelye8871
@redaemelye8871 Ай бұрын
Yess tekeze ewe haqika
@Hanigualhagretigray
@Hanigualhagretigray Ай бұрын
Enkae dhan metska azezey 🥰🥰
@jemalnegash3124
@jemalnegash3124 Ай бұрын
ዓዚዝ ጅግና ሁዱእ ንሂወት አፍኩስ አቢልካ ኢኻ ትገጥማ ዘለኻ በርትዕ
@yes6292
@yes6292 Ай бұрын
ዓዚዘይ ኣቦ ጥበብ ንፈትውኻ እና ንጉሰ ትግራይና በዓል ጥዕም ድምፂ 💜❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@6tigraylove
@6tigraylove Ай бұрын
ዓዚዝ ብጣዕሚ ዝፈትዎ❤❤
@GfYt-oj1ub
@GfYt-oj1ub Ай бұрын
በርትዕ ሰነ ጥበባዊ ዓዚዝ❤❤❤❤
@AaBb-tr6hv
@AaBb-tr6hv Ай бұрын
ዓዚዝ ሓጎስ ዝፈትወካ ወዲ ሪመይ ኣንካዕ ሰላም መፃካ❤❤
@gebreyesuselsa6998
@gebreyesuselsa6998 Ай бұрын
❤❤❤
@aotali8812
@aotali8812 Ай бұрын
ተጋዳላይ ዓዚዝ ❤❤❤❤❤ ኣዚና ኢና ንፈትወካ እንኳዕ ናትና ኮንካ
@user-ks3zk5nz6w
@user-ks3zk5nz6w 26 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-eh5iv3jq8p
@user-eh5iv3jq8p Ай бұрын
👍❤️💛🙏
@Fafa-us6cj
@Fafa-us6cj Ай бұрын
❤❤❤❤
@user-fm6xd5ol2b
@user-fm6xd5ol2b Ай бұрын
❤❤❤💪
@samuelteame9336
@samuelteame9336 Ай бұрын
Wellcome aziz hawna
@user-dl9ll5tp4s
@user-dl9ll5tp4s Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@hadushgebremikael4229
@hadushgebremikael4229 Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@hadushgebremikael4229
@hadushgebremikael4229 Ай бұрын
ዋይ፡ኣዝዝ፡ኣነውን፡ንእናይ፡ልትከዘ፡እይ፡ልፎትየካ፡ግን፡እንኳዕ፡ኣለካግግን፡ኣብዙ፡ናይኣርባእተግኣመት፡መከራግን፡ላበይ፡ከይድካ
@SalamA-dp8dg
@SalamA-dp8dg Ай бұрын
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@user-tj5ym5qi6p
@user-tj5ym5qi6p Ай бұрын
ኩሉ ደርፍታትኻ ዝወፆኦ የቡሉን በርትዕ ቀፅለሉ
@user-rb5uy5hd9x
@user-rb5uy5hd9x Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤👍👍👍👍👍ዓዚዝ ሓጎስ
@user-zk1el5st6h
@user-zk1el5st6h Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@user-el9gk6xj6b
@user-el9gk6xj6b Ай бұрын
❤❤❤🎉🎉🎉
@HugF-mf5ed
@HugF-mf5ed Ай бұрын
ኣስላማይ ኣይመሰለንን ነይሩ ብስሩ
@user-cs1mo7qh1s
@user-cs1mo7qh1s Ай бұрын
❤❤❤❤🎉
@fhdfxhgfy2230
@fhdfxhgfy2230 Ай бұрын
❤❤❤❤🎉🎉🎉
@asdftyu4148
@asdftyu4148 Ай бұрын
❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@user-pt2ws6hp5r
@user-pt2ws6hp5r Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@user-hv4jd3zl8c
@user-hv4jd3zl8c Ай бұрын
❤❤❤❤❤😂😂😂😂😂
@redaemelye8871
@redaemelye8871 Ай бұрын
Wwww jigna eka nska
@user-rb5uy5hd9x
@user-rb5uy5hd9x Ай бұрын
ለባም ወዲ ለባማት ዓዚዘይ ❤
@dawitgebrat1878
@dawitgebrat1878 Ай бұрын
ሃገረሰብ! እታ ናይ ስነጥበባዊ ዓዚዝ ደርፊ ጋል ሃገረሰብ፡ ናይ ባሃር በረከት ደርፊ ርሑቅ ስፈራ ኢያ ተዘካክረካ፡ ብሓቂ ፍልሉይ ተፈታዊ ድምጺ ዝተዓደለ ኢዩ ወዲ ሓጎስ😀 🤝❤🕊
@fissehatsiongebregergis4150
@fissehatsiongebregergis4150 29 күн бұрын
Ezi Aziz tebetrimu do hakey
@DaymamarwaAdey
@DaymamarwaAdey Ай бұрын
ግቡእ ክብሪ ዘይትህብዮ ንጋዝጠኛ አይትበቅ ዕን
@evacell668
@evacell668 Ай бұрын
አብ ክርስትያን እውን ደርፊ ኣይፍቀድን፡ክንዝምር እዩ ዘለና
@davidharcot220
@davidharcot220 Ай бұрын
ሓሲኻ ሓሳዊ ክንደይከ ይሕሱ እዩ ሓሳዊ እዋእ ኸዛርበና ደአ ደልዩ ከመይከ
@Enbokye
@Enbokye Ай бұрын
ዓዚዝ ኣብ ህይወተይ ፍሉይ ተዘክሮ ኣለዎ፡ኣብ ገዛና ካሴት ምልእቲ በቲኣ ገምጢልካ በቲኣ ናይ ዓዚዝ ጥራይ ንሰምዕ ኔርና።
@user-zi7zj2iu9o
@user-zi7zj2iu9o Ай бұрын
👍❤️❤️❤️❤️
@tesfalem78
@tesfalem78 Ай бұрын
እቲ ምስ ደርጊ ኪነት ኮይኑ ኣብ ሽረ ዝደርፎን ዘላዓዕልን ዝነበረኸ ኣይቑፀርን ዶ?? እንተክሒዱ ብዓል ህሪተይ ደቂ ዜሮ ኣርባዕተ ይመስክራ::ሓቂ ሓቂ ምዝራብ እዩ ጨለ::
@aotali8812
@aotali8812 Ай бұрын
😂😂ዛተጓንፎኻ ኣስሒቓትኒ😂😂😂
@user-pe7rr7ho7y
@user-pe7rr7ho7y Ай бұрын
Gaztna akedadena txbuki gen natxla gebari
@user-hw1zn9jx6i
@user-hw1zn9jx6i Ай бұрын
ዓዚዚ ሓጎስ አስላማይ ድዩ መልስለይ እስቲ ታይ እያ አማኒ እስልምና እካ ዝበለቶ አነስ ክርስቲያን ይመስለኒ
@abuahmed9307
@abuahmed9307 Ай бұрын
♥️💜💜♥️♥️💜💜♥️💙💜💜♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️💚💙💙💜💜
@simretabraha2641
@simretabraha2641 Ай бұрын
Bi kalie kea keyrideakumi mesilum ahwatey eti simu eyu adanagirini
@STAMA123
@STAMA123 Ай бұрын
ብናማን ሰብአይ ብኹሉ ነገሩ
@tsegabutsamlak9976
@tsegabutsamlak9976 Ай бұрын
Entayi dealu gomexexe elula fetyu do aykonenn mexyu
@wintana1600
@wintana1600 Ай бұрын
Ala SEB dalas derefti tebahilkum teadimkum .dehar kefitatka keyfeletetka ab gexika axiyatka manim tera seb mesilkaya no Rispekt 😂😂😂
@simretabraha2641
@simretabraha2641 Ай бұрын
Ezi wedi mesilum diyu Christian eyu mesileni neru
@Abdalla..adulis
@Abdalla..adulis Ай бұрын
Bekdamay dea Kirsten mesluka Aziz zebhal Kirsten alo deyu Dehar kea Aziz hagos yewxi eyu ab Muslim shum ok
@MerhawiGoitiom
@MerhawiGoitiom Ай бұрын
😂😂😂 ኣስላማይ ዲዮ
@KalidKaludi
@KalidKaludi Ай бұрын
Intay habiytuka
@user-sy8fv6oz9x
@user-sy8fv6oz9x Ай бұрын
እንታይ እዩ ሞ ሕዚ
@Abdalla..adulis
@Abdalla..adulis Ай бұрын
Entay eyu xegmkum deki komarit agame / aslamay ke seb aykonen deyu ata nay geleom riseko kurub nay seb hesbu Ok
@goitomfoto5276
@goitomfoto5276 Ай бұрын
ዓዚዚ ሓይል ስነጥበበዊ ኢካ እንታይ ኢሞ ተግራዋይ ምኮን ኣይግዲን ከስርካ.ጸላኢና ትግራዋይ ይኩን ሕሰበላ ንብለካ
@michaelmichael5251
@michaelmichael5251 Ай бұрын
ንስኻ ውን ትግራዋይ ኢኻ ትግርኛ እንዳተዛረብኻ እንታይ እየ ኢኻ ትብል ዘለኻ
@mizaanberhane4002
@mizaanberhane4002 Ай бұрын
ሓሳድ ህግደፍ መንነት አልቦ, ክቡር ሓውና ስነ ጥበባዊ ዓዚዝ ሓጎስ ብትግረዋነቱ ይኾርዕ ይሕበን ጀግና ወዲ ጀጋኑ ኢዩ.
@6tigraylove
@6tigraylove Ай бұрын
የለን ሞ ኣይንህብን ወድዞም ሰውራማት ዝሰረቅክምዎ ንብረት በዓል ጀሪካናት ውሒድኩም ድዩ ናብ ዚ ጅግና ሃህ ትብሉ ካ ደቂ ጣልያን ኩስትሞ ኣምሓሩ😂😂😂 ትግራዋይ ሙኳን ዕዱል እዩ ባሮት
@AaA-nq7il
@AaA-nq7il Ай бұрын
ስቅበል ባርያ🦓🇪🇷
@mussie90
@mussie90 Ай бұрын
atom ahbay eza tegadalay mibal gidefiwa adekan adkan adfirka tegadalay
@sdra1932
@sdra1932 Ай бұрын
ነቃዕ ርእሲ እንታይ ኮይንካ
@FsfVvz-cq1hv
@FsfVvz-cq1hv Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@SalamSalam-et8bd
@SalamSalam-et8bd Ай бұрын
❤❤❤❤🥰
@hadushgebremikael4229
@hadushgebremikael4229 Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤
@almazweldemariam2459
@almazweldemariam2459 Ай бұрын
❤❤❤
@SalamA-dp8dg
@SalamA-dp8dg Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@hggh7539
@hggh7539 Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@user-kx9xo6ok8u
@user-kx9xo6ok8u Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@genetgebre480
@genetgebre480 Ай бұрын
❤❤❤❤
@destasemeretesfamariam5046
@destasemeretesfamariam5046 Ай бұрын
❤❤❤❤
@HomeQatar-kb2hq
@HomeQatar-kb2hq Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@TirhasTegegne
@TirhasTegegne Ай бұрын
❤❤❤❤
@user-uu6qt8gd1c
@user-uu6qt8gd1c Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@user-zj2ek5tc1d
@user-zj2ek5tc1d Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
Happy 4th of July 😂
00:12
Alyssa's Ways
Рет қаралды 69 МЛН
ማሕበር ሁራ 3 ኣፅቢ ደስ  ዝብል ባህሊ ❤
5:40
Mezgebe photography
Рет қаралды 6 М.
Jaloliddin Ahmadaliyev - Kuydurgi (Official Music Video)
4:49
NevoMusic
Рет қаралды 8 МЛН
Zattybek & ESKARA ЖАҢА ХИТ 2024
2:03
Ескара Бейбітов
Рет қаралды 565 М.
Jakone, Kiliana - Асфальт (Mood Video)
2:51
GOLDEN SOUND
Рет қаралды 11 МЛН
Alisher Konysbaev - Suie ala ma? | Official Music Video
2:24
Alisher Konysbaev
Рет қаралды 977 М.
Nurmuhammed Jaqyp  - Nasini el donya (cover)
2:57
Nurmuhammed Jaqyp
Рет қаралды 406 М.
Malohat
3:35
Xamdam Sobirov - Topic
Рет қаралды 1,1 МЛН