ንኣደይ ሻዕብያ ምስ ቀተላ ኣቦይ እዩ ቀቢርዋ ፡ ኣባይ ፀሃየ ገንዘብ ስኢኑ ኣብ መቐለ ገዝኡ ሸይጡ እዩ ፡ መረፃ 97 ምስ መለስ ብሓደ ኢና ኔርና | Aura

  Рет қаралды 10,676

Aura ኦራ multimedia

Aura ኦራ multimedia

22 күн бұрын

#habesha #aura #tigrignafilm #ኦራ #drama #tigray #ethiopia #tigrignamusic #eritrea
#meleszenawi #abaytsehaye
subscribe and hit the notification bell to stay updated with all new uploads!
ንኣደይ ሻዕብያ ምስ ቀተላ ኣቦይ እዩ ቀቢርዋ ፡ ኣባይ ፀሃየ ገንዘብ ስኢኑ ኣብ መቐለ ገዝኡ ሸይጡ እዩ ፡ መረፃ 97 ምስ መለስ ብሓደ ኢና ኔርና | Aura multimedia
ሓደሽቲ ምስልታት ንክበፅሕኩም ሳብስክራይብ ብምግባር ቤተሰብ ኩኑ !
Copyright ©2024: aura ኦራ multimedia; 🔔Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibeted.

Пікірлер: 70
@user-tr3iw1qx5y
@user-tr3iw1qx5y 20 күн бұрын
ትግራዋይ ለባም፡፡ የቅንየልና ብሩኽ ሐውና፡፡ዕድመን ጥዕናን ይምንየልካ፡፡አለም ብርሃን ለባም፡፡
@zeradawitteklehaimanot4190
@zeradawitteklehaimanot4190 11 күн бұрын
ንአባይ ፀሐየ ብትኽኽል ዝገለፀ ሓቀኛ ምስክር ተገዳላይ
@hiwotberane1375
@hiwotberane1375 20 күн бұрын
ክንደይ ሓቂ እዩ ተሓቢኡና እንኳዕ ወፃኻ ዝሓወይ
@asmelashtesfay5931
@asmelashtesfay5931 4 күн бұрын
ጅግንነት ተጋሩ ዘይተነግረ እምበር ዘይገበሮ ቅያ የለን።
@haftomdebeasy3749
@haftomdebeasy3749 19 күн бұрын
ጅግና ለባም ሓውና ፅንዓት ይሃብካ የቐይንየልና ኦራ ሚዳ❤❤❤
@user-mc4jw7xx3r
@user-mc4jw7xx3r 13 күн бұрын
አወይ ተጋሩ 🥰🥰💖💪💪🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@user-qt7gj6vi5e
@user-qt7gj6vi5e 18 күн бұрын
ብጣዕሚ ለባም ጅግና ወዲ ህዝቢ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዝሓወይ ፅቡቕ አገላልፃ❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏
@solomonhadush9726
@solomonhadush9726 20 күн бұрын
ብጣዕሚ ዝገርም ናይ ጀግና ስውእ ተጋዳላይ አባይ ፀሀየ ከምዝይ ዓይነት አቀራርባ ኣነ እውን ናይ አባይ ፀሀየ ዋላ በአካል አይንርከቦ አባይ ግን ካፍቶም ውሕዳት ሐቀኛ ተጋደልቲ አብ ግዕዝይና ምንም ዘይነበሮ መኖርያ ናይ ባዕሉ ቦታ ዘይነበሮ ንህዝቢ ትግራይ ዝተሰወኧ ጀግና እዩ ኔሩ ግን ነዞም ጀጋኑና ብሕወሓት ሽም ንሕወሓት ንምጥፋእ ህዝቢ ትግራይ ንምጥፋእ ስለ ዝተደለየ ናይ ግድን ናይዞም ጀጋኑ ሽም ንምጥፋእ ብዙሕ ምንቅስቃስ ተጌሩ እዩ ንሕና ተጋሩ እውን ናይ ፀላእትና ወረ እንዳሰማዕና ነዞም ጀጋኑ ኣያታትና ነፅልሞም ፀኒሕና ኢና ዘሕዝን ታሪኽ እዩ ሕዚ እውን ተጋሩ ኾይኖም ሕወሓት ክጠፍእ ኣለዋ ዝውሉ ኣለው ብፍላይ ውድባት ትግራይ ዛሓቂ እንዳረስዕዋ እዮም ሕወሓት ክጠፍእ ኣለዋ ዝብሉ ካብናይ ፀላኢ ዘይፍለ ዘረባታት ዝዛረቡ ዝፃረፉ ኣብናይ ሕወሓት ሐደሐደ ሽግር የለን ማለት ኣይኮነን ይኹን እንበር ናይ ሕወሓት መረሕቲ ክንደያናይ ናይ ህዝቢ ሙኻኖም እዩ ዘመልክተካ ሓቂ ሓቂ እዩ ፅባሕ ከምዙይ ሓቀኛ ዝዛረብ ክህሉ ከምዝህሉ ኣይጠራጠርን እየ የምስግነኩም
@asmelashtesfay5931
@asmelashtesfay5931 4 күн бұрын
ሰማእታት ትግራይ ክሳብ መስዋእቲ ዝታአመነ እዩ ቃሎም
@wson4901
@wson4901 19 күн бұрын
❤❤ቡጣኡሚ ዘግርም ታርኪ ኡይ ጀግና ተጋዱላይ❤❤
@samsontesfazion2416
@samsontesfazion2416 19 күн бұрын
Amsikaya seytan mes DEKU .hamed alilu nedeku antum regumat besenkekum iye tederbiye kabzia hamed kuhamu eluwom.sgab heji hasadat keneat hasewuti .serekti kedeat eziom ketefeu alewom.teawet wedi Eri.
@genetkwt6461
@genetkwt6461 19 күн бұрын
ክብርን ሞጎስን ልጀጋኑና💕💕💕💕💕💕💞💞💞💞💞❤❤❤❤❤❤❤
@sentayobelay9805
@sentayobelay9805 15 күн бұрын
ትግራይ እግዚአብሔር ይባርክሽ ይጠብቅሽ ሰላምሽ ፍቅር አንድነት ያብዛልሽ 🙏🙏🙏
@ashebirkiross432
@ashebirkiross432 16 күн бұрын
ኣሌ ❤❤❤ ኣጀና ! ይኬ ውን በርትዕ
@yaredtesfa97
@yaredtesfa97 12 күн бұрын
Hasawi adarash geza meenewi
@angosomsium7575
@angosomsium7575 13 күн бұрын
Resahat
@vhhhhf5887
@vhhhhf5887 11 күн бұрын
🙏🙏🙏💊💊💊♥️♥️♥️😢😢😢😢
@JgfffghgvvFgytg
@JgfffghgvvFgytg 20 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@yonasgebrelibanos356
@yonasgebrelibanos356 16 күн бұрын
Nay abay guday gudefo
@elenikahsay8212
@elenikahsay8212 16 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@hiwotberane1375
@hiwotberane1375 20 күн бұрын
ጀግና ብዓል ማዕተብ
@MesfianHagos
@MesfianHagos 16 күн бұрын
We love tagru and tdf❤❤❤❤❤
@user-gz2cy2lp2n
@user-gz2cy2lp2n 20 күн бұрын
TDF👉💯🥰❤
@yaredtesfa97
@yaredtesfa97 12 күн бұрын
Abay yserk yatall ywasha ager ysehex neber bachru lela yeleba zer
@sadiahassan6338
@sadiahassan6338 13 күн бұрын
Jegena❤
@BBg-mt4ug
@BBg-mt4ug 20 күн бұрын
Wow
@asmelashtesfay5931
@asmelashtesfay5931 4 күн бұрын
ልክዕ አሎ እዚ ጅግና ወዲ ህዝቢ ትግራይ ህዝቢ ትግራይ ክወቕዕዎ ስለ ዝደለዩ እዮም ሹዋውያን ኢትዮጵያውያን ብዕባራ ምኽንያት ህወሓት ኢሎም ዘሚቶሙሉ።
@SeluKiros-lu9cv
@SeluKiros-lu9cv 20 күн бұрын
ትግራዋይ ማለት እኮ ዝገርም ፈጥረት ጅግና ህዝቢ እና ጋዜጠኛ ብጣዕሚ ጎቦዝ ኣድንቀካ ❤
@keflommengsetu5135
@keflommengsetu5135 19 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤
@yaredtesfa97
@yaredtesfa97 12 күн бұрын
Ahahaha Arif fogari
@teweldebirhan6438
@teweldebirhan6438 14 күн бұрын
ሕዳር 10,2013 ኣዶ ኣለምብርሃን ናይ ኢትዮጵያ ሰራዊት እዩ ቀቲሉዋ ፣ ምስ ካልኦት 6 ሰባት ሻወዐይቲ ንሳ።
@user-jk2ev9wk8o
@user-jk2ev9wk8o 12 күн бұрын
እይትሓሱ ኹሉ ብናትካ ዓወት ትፍጽሞ ከመይ እዩ ነገሩ ኣብዘይንትኩም ቦታ ክንድዚ.?
@user-jc9tn5pu1x
@user-jc9tn5pu1x 16 күн бұрын
ጀግና ሓው ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ንበረልና
@samiates5057
@samiates5057 18 күн бұрын
🙏🙏🙏🙏🥰🥰🥰🥰
@rayuma2023
@rayuma2023 12 күн бұрын
8 ክፍሊ ከይዱስ 6ዓመት ምስኦም ፀኒሑ ከመይ ደዓ እዩ ማነጅመንት ዲግሪ አብፂሖሞ። ኮይንዎም ድዮም ቶም ሚድያ ከመይ ዝብል ሕቶ ዘይሓቱ
@kakiko-fm5gu
@kakiko-fm5gu 17 күн бұрын
አምሃርኛ አወገዶ። ፍጥኖ ደራሽ ዝበሃል ትግርና የለን። ቁልጥፉ በጻሒ እንተ በልካ ይህሽ። ትግርና ናይ ቃላት ሕጽረት ይብሉን ካብ አማሕርና ካብ እንግሊዝ ዝልቃህ። እዝይ ስንኩል አተሃሳስባ ተጋሩ ክወገድ አለዎ። ልሳንካ ሃዲካ ልሳን ዳማትካ ምንቁላጥ ንምንታይ? እናአ ሃዲጋስ ሃትነአ ትናፍቅ ይበሃል። አምሃርና ናይ ሃትኖ ልሳን እውን አይኮነን። እዝይ ይተሃሰበሉ ቡኩሎ ትግረዋይ። ልሳካ ደርቢካ ዕብየት ፈጺሙ አይክውንን። ትግራይ ናይ ኢትዮጵያ መሰረት አይኮነትን። ታሪካን ንፍለጥ ካብ ድሕሪ ሂዚ። በቀአሚነት እታ ሒዚ ዘላ ትግራይ ናይ ምንሊክ ትግራይ ኢያ ። ናይ ህዋህት ትግራይ ኢያ። እዛ ሂዚ ዘላ ኢትዮጵያ ከዓመይ 100% ናይ ሃሶት ሀገር ኢያ። አባታርክ ዓለም ዝየነብረት ኢያ። ብይ ምንሊክ ዝትፌጠረት መንግስተ ነገስት አው empire ኢያ። እዚ ናይ ሃሶት ሃገር ንተጋሩ ንዝ ሃለፈ ዳርካ 150 ዓመት ዝገዝኣትና እንተ ገዝእና ዘላ ሀገር ኢያ። እና ንዝይ ሃላፈ 150ን ህዚን አብ መግዛእቲ ኢና ነይርና ሂዚውን አብ ትህቲ መንግዛቲ ከምዘላና ንፍልጥ። ምንሊክን ሙሶሎኒን ንትግራይ ንክለት ክፊሎምዋ። ክፋል 1 ሙሶሎኒ ውሲዶዋ። ክፍል ክለት ሚንሊክ ወስድዋ። ንህና ሂዚ አብ ናይ ምንሊክ ግእዛት ኢና ነይርና ሂዚውን ዘላና። እዝይ ፌልጥና እታ ጥንታዊት፤ ታሪካዊት፤ ስልጥንቲ ሃገርና አበይ ከምዘላ ንህተት ፤ ንምልሳ ፤ ንህኔጻ። ሃገርና አክሱም ኢያ። you can google the map of Aksum. That map is our country. We must reclaim, restore and rebuild our Sovereign nation. With the tragedy there is an opportunity which we must not waste. We must know Tigray = Aksum = Menelick TIgray + Mussoloni TIgray = current Tigray + current Eritrea. We must know Eritrea is our ancestral, historical inheritance. Neither TPLF nor Shabia can destroy our history because it is written in the history of the world. The red sea is our ancestral, historical property, neither TPLF or Shabia have any right to change the truth. TPLF and Shabia are about 50 years and TIgray has about 38 000 years history. Leave alone the red sea, our ancestors own the coast of west Africa and the Atlantic Ocean and they called it the Ophir of Aksum which means the gold coast of Aksum which means in Tigray ናይ አክሱም ናይ ወርቂ ደንደስ ባሕሪ ይበሃል። ጸላእቲ ህዝቢ ትግራይና ህዋህት ሻዕብያን ኢዮም። ሕዋህት ትግርና ዝዛረብ ነፍጥኛ ኢዩ። እሞ ንሀብረ ንይ ሃይሊ ትግራይ በዘመናው ኣጽዋራት ነቅንቶ። እትይ ካልእ ክልተ ኢትዮፕያ አለዋ አብታርክ ዓለም፤ 1። ናይ ቀደም ኢትዮጵያ ፡ እዝይ refers to Meroe kingdom and Napata kingdom which were called Ethiopia which were colony of Aksum. 2. The current new Ethiopia which never existed in human history We Tegarus are Tegarus or Agazian or Aksumawian. ኢትዮጵያውያን ነይርና ኮይና አይንፌልጥ አይኮናን። ኩሎ ትግረዋይ እዝይ ፌሊጡ ናይ አቦታቱ ሀገረ መንግስቲ አክሱም ይህተት ፤ ይመልስ ፤ ይህነጽ እንዳገና።
@esayastsegay6055
@esayastsegay6055 18 күн бұрын
Nufa gazetena
@amannegus8465
@amannegus8465 20 күн бұрын
ሻዕቢያ : ሻዕቢያ! ሻዕቢያ በቃ ፎቢያ ኮይንኩም ሕጂ ንኣዴኻ ሻዕቢያ ድዩ ቀቲልዋ ብሓቂ?? ኣዴኻ እንታይ በዲላ እያ ሻዕቢያ ቀቲልዋ? ሻዕቢያ ቀታሊ እንተኾይኑኸ ንምንታይ እዩ ንሓንቲ ኣደ ጥራይ ዝቐትል? ቀታሊ እንተዝኸውን ብዙሓት ኣዴታት ምቐተለ ነይሩ:: ሱቕ ኢልኩም ቱት ኣይትበሉ ::
@angosomsium7575
@angosomsium7575 13 күн бұрын
Kalie ygbeakum ni akum
@amannguse
@amannguse 10 күн бұрын
Smka keytnegr si shabya adey ketilwa beka ezia tarkum gn selam zeytmneyu ftret ekum ..shabiya enda belka nzelalem dem tkellu ezi hzbi ...gn weyane zgebero tegbar do tfeltwo atum resahat melhas komalat
@wherever9490
@wherever9490 20 күн бұрын
ጌና ክትጭፍለቃ ኢኺን ኣንትን ፉንፉናት ዓጋመ ! መድረ ዕጸቦ ።
@jupiterplanet1316
@jupiterplanet1316 20 күн бұрын
አህያ.. የድሀ ሀገር ልጅ...ከበት
@user-tr3iw1qx5y
@user-tr3iw1qx5y 18 күн бұрын
@@wherever9490 ንአራዊት ቦታ የብልናን ውፃእ!!!!!
@AaA-nq7il
@AaA-nq7il 16 күн бұрын
ወዲ ጋሓባ ተረዋእ
@sentayobelay9805
@sentayobelay9805 15 күн бұрын
ምን አይነት ሰው ነህ ንስሐ ግባ ትግራይ እግዚአብሔር ይባርካታል
@aberehamtegaygelegaber7404
@aberehamtegaygelegaber7404 20 күн бұрын
Tifeltu do Seytan bMikeal mes teseare kab semay nab midri kidrbe kelo ab Tigray kemzwedeke. Zlezi eyom hasot, sirki, hisidna mikitital limud zkone abza rigimti kilil
@selamawitgidey2708
@selamawitgidey2708 18 күн бұрын
get lost life time askaris, the likes of you are denakurt of the century who talk nonsense and no capacity to think as human being.
@gideonyemane659
@gideonyemane659 19 күн бұрын
ምስኪናይ ሓንቲ ዘይፈልጥ ኣባይ ጻሃየ ዳኣ ብ ዶላራት ኣብ ደገ ኣቀሚጥዎ እምበር ፡ባዓል ንስኻ ጓሳ ማሳ ከመይ ክትፈልጦ ደቆሮ።
@addisalemmesfin4849
@addisalemmesfin4849 17 күн бұрын
ህግደፍ ደንቆሮ እቲ ድንቁርናኻ ንኻሊእ ትህብ፣ሓሽከር ንጉሰ ኢሳያስ።
@Karneshmawi
@Karneshmawi 18 күн бұрын
ክላእ ስቅ በል ሓሳዊ ናይ ምንታይ ዓወት እዩ ደሓር ከኣ ኣደይ ትብል ሲ ኣብ ዘይመሬታ ሰፊራ ደኣ ክትስታረር እያ እምበር ሎቃምጽ ፡ ኣንታ ሓደ ዘይሕሱ ጥዑይ ዘይብላ ክልል ከምኡ ኢልኩም ሓስዉ ኢሎም ድዮም ዘምጽእኩም ደረብይ ቆንዳፋት
@Zeresenaygebrearegawi
@Zeresenaygebrearegawi 16 күн бұрын
ኣታ ጓሓፍ ካብ መረባ ጀጋኑ ውፃእ ኣይምልከተካን ሓፃቢ መዓኮር ጥልያን።
@amachidanu540
@amachidanu540 19 күн бұрын
ሓይሊ ተደይ ሃልይካ ደኣ ዋላ ሓደ ሰብ ንትግራይ ምል አቲ ከጽንታ ይኸል ሩሙሳት ፈከርቲ አዛ ናይ 2ዓመት መሪራትካ፡ ጅግንነት ገርካዮ ኣየ ዓጋመ
@kirostesfaoph89
@kirostesfaoph89 15 күн бұрын
ጉሓፍ ባርያ ዓጋመ እኮ እዪ ክልተ ሃገር ኣላሽ ለበለክን
@AaA-nq7il
@AaA-nq7il 16 күн бұрын
ሻዓብያ ቀታሊ ቆሉዑ ሰበይቲ ገፅም ትርሓቅ😏😏😏😏
@yaredtesfa97
@yaredtesfa97 12 күн бұрын
Eeee nenhdhdkum ehum tkatelun tdefaferun kem ensesa!!!
@addisalemmesfin4849
@addisalemmesfin4849 17 күн бұрын
ሓሻኽር ንጉስ ኢሳያስ ዝኾኑ አባላት ህግደፍ ዝህብዎ ዘለው ሪኢቶ ብአግባቡ ይተሓዝ፣አብ ፅላል ሻዕብያ ተኸሊሎም ፀረ ትግሪኛ ዝነጥፉ ዘለው መንነቶም ካብ ሱዕድን ሱዳንን ዝመፁ ፀላእቲ ትግሪኛ ዝኾኑ ብፍሉይ ክትትል ይገበረሎም፣ንሶም ቅድሚ ሕዚ አብ ዓማ (ጀብሃ) ዘተበሀለ ድርጅት ኮይኖም ልዕሊ 3000 ትግሪኛ ተዛራቢ ምስ ቀንፀሉ እዮም ሻዕብያ ተፈጢሩ።ንሶም ብሄራዊ ቋንቋ ኤሪትራ ንምንታይ ትግሪኛ ኮይኑ ኢሎም ዝሓሩ እዮም፣ብተፈጥረኦም እውን ፀላእቲ ሻዕብያ እዮም።ሐዚ አብ ትሕቲ ህግደፍ ኮይኖም ብፍሉይ ተጋሩ ክፀርፉ ዝውዕሉ ንሶም እዮም።
@user-rj7ei6ji3u
@user-rj7ei6ji3u 20 күн бұрын
ሻዓብያ ዝኾነ ሲቪል ኣይቀትልን ኢዪ። እቲ ቅትለትን ስርቅን ፍጥር ካብ እትብሉ ቅተሎ ሒረዶ ስለ ዚተማህርኩም ጥራሕ ኢኹም ትዳጋግምዎ ኣንጻርር_ ኢርትራ ዝግብርርር ናይ ጺሊኢ ዚተዋሃሃደ ጎስጋስ ግን ዋጋ ክኽፍለኩም ኢዩ። ድሮናትናን ነፈትትናን ናይ ባሕሪን መረትን ሚሳይልንን ይካታተለኹምም ኣለዋ።
@kenyanlove5615
@kenyanlove5615 19 күн бұрын
በውልቀይ ጀግና ታሪክ አይርስዐካን ። ኩለ ግዜ ዘበሳጭወኒ ሕወሓት ተጋደልቲ በህዝብ ትግራይ ቀቲሎም አብ ገዝኡ ቀቢሮምው ። በሂወት እናሀለና በሓዊ ንክንቃፀል 99% ሓላፈነት ዝወስድ ሕወሓት እይ ። ዓደይ ፀሊአ ተሰዲደ ከሓስቦ ከለኩ ተፃዊቶምሎ ለማኒ ገይሮምና እዚ ወሎዶ ዝረከቦ መከራ ፈጣሪ ይፈረዶም ። ሓፃር ታሪክ ከካፈለከም መሳራሕተይ አላ ሳካትራስ እያ ናየይ እአምሮ '' አቦና መለስ አባይ ፀሃየ '' ዝመሳሰሉ ፖለቲካኛታት ገንዘብ የበሎምን ገዛ የብሎምን ኢለያ ስ ደንጊፃ ዕብዳት ድዮም ተበለኒ በዝፈልጦ የረድአ ኦ እቲ ህዝብ እዮ ተጋግዮ ተብለኒ ሓቃ እይ ።ፀዲፎም አፅዲፎምና ደናቆሮ ፈላሲ ፈላሲ ይፃወት ከም ፈላሲ ። ኩሉ ነገር እናሀለውም ዋላ ዲክታተረ ካይኖም እቲ ዝረገፈ ህዝብ ምድሓነ ወገእ ምተረፈ ህዝብ ኢትዮጵያ ምሞተ ምሀለቀ ታይ ይምልከተኒ ህዝብ ትግራይ አይመተዋረደን
@user-tl6gl8nk5o
@user-tl6gl8nk5o 19 күн бұрын
1997 የኣዲስ ኣበባ ልጆችን የፈጀከው ኣንተ ነበርክ???? ቀንህን ጠብቅ የኣዲስ ኣበባ ልጅ ግፍ ነው እናትህን ያሳጣህ። እናቶቻችን ኣሁን ኣንተ ቅጥል እንዳልከው ነው የተቃጠሉት።
@Senafe_91E
@Senafe_91E 20 күн бұрын
ጡፍፍፍፍፍ ዓጋመ ረሳሓት .....ሻዕብያ ቀቲልና ምባል ጅግንነት ስለ ትሓስብዎ እዩ .....እንታይ ክንቀትለልኩም ብጦብያ ኣሕዋትኩም ኢና ንርምሰኩም ረሳሓት😂
@AaA-nq7il
@AaA-nq7il 16 күн бұрын
ኣየ ሰንዓፈ ነብስኻ ትፀርፍ ኣለኻ😒😏
@amachidanu540
@amachidanu540 19 күн бұрын
ገና ዋጋ አቶም እብ ብዓል ዓዲ ዝባን ገደና ደጽነትክሞም ኢርትራውያን ብሕጆ ክትከፍልዎ ኢኹም ትጸበዩ ህዝቢ ኤርትራ20ዓመት ተኸቢቡ ንትግራዋይ ግን 2ዓመት መሪራትካ ዝገርም አዩ ተጸበ ግዝየኻ ፈክር ከም ቀደምካ
@AaA-nq7il
@AaA-nq7il 16 күн бұрын
ዳሓን ግዜኻ ተፀበይ😏
@aronyonas7563
@aronyonas7563 11 күн бұрын
ካበይ ዝመፃካ ጃዊሳ በክት የቀራቹህ ውሽት ስማይ ፈረስ ነገ ትላለህ ግን ከየትኛው ነህ ከ የመን ስሀራ ከ ኡማን ስሀራ ከ ሳውዲ ስሀራ መመሳሰል ድጋሚ ፈንጂ መርገጥ ነው ከናንተ ስደተኞች በላይ ተንኮላቹህ እናቀዋለን አረብ ምንም ታሪካዊ ማስረጃ የለህም ኢ/ትዊ መሆንህ ልበቢስ ገዳይ ሲቪል የሀይለስላሴ ቡቹላም ኢሳያስ ፋኖ እየጎደልን ነው ከዛስ ምን ልትሆን ጊዜ ጠብቀህ ብትዋጋም ዋጋ የለህም የስሀራ ፍጡር ጭንቅላቱ ትል የሞላበት ባትሪው አይስራም የፊክ ሚሊሊክ ማለት አብደልመጂድ ጊዜ አይደለም በገባህበት ውጣ 😂😂😂 በሻሻ እማይስለጥን እስካሁን ጫማ የለውም ገመድ አፍ በውሽት ብኩረጃ የምታመጣው ለውጥ የለም ኢ/ት ቆየች ጎርፍ ከወስዳት ላለመመለስ ተኩላ😂😂😂
@merateyjohn7209
@merateyjohn7209 20 күн бұрын
ኣቱም ሓሰውቲ ሻዕብይ ሻዕብይ ሻዕብያ ሻዕብያ ኣኪልኩም ብሓሶት ሳንቲም ወዲ ሳንቲም ክትብሉ ግሃነብሳት ክትኣትዉ እዋይ ንዓኹምስ ሓቁ ኢዩ ኣምላኽ ብጥምየት ክውድኣኩም ።ደቂ ዓድኹም ኢዮም ነዴኻ ቀቲሎማ ኣታ ምሃይም ሓሳዊ
@user-mw9jx8fz8f
@user-mw9jx8fz8f 18 күн бұрын
ወድዛ ቆንዳፍ ባርያ ጊዜካ ሓሊ ደም ከንዘዐካ እየ
@user-mw9jx8fz8f
@user-mw9jx8fz8f 18 күн бұрын
30 ዓመት ወያነ ለበልኪም ትሓልፍዋ ኢልኩም ጊዜ እንበር ሒነና ንፈዲ ኢና
@AaA-nq7il
@AaA-nq7il 16 күн бұрын
ሻዓብያ ቆልዓ ሰበይቲ ኢያ ቀቲላ😏
Secret Experiment Toothpaste Pt.4 😱 #shorts
00:35
Mr DegrEE
Рет қаралды 7 МЛН
Slow motion boy #shorts by Tsuriki Show
00:14
Tsuriki Show
Рет қаралды 8 МЛН
ВОДА В СОЛО
00:20
⚡️КАН АНДРЕЙ⚡️
Рет қаралды 28 МЛН
Erkesh Khasen -  Bir qyz bar M|V
2:43
Еркеш Хасен
Рет қаралды 820 М.
Malohat
3:35
Xamdam Sobirov - Topic
Рет қаралды 1,1 МЛН
akimmmich (feat. Turar) - UMYTTYŃ BA?| official lyric video
2:54
akimmmich
Рет қаралды 4,1 МЛН
Jakone, Kiliana - Асфальт (Mood Video)
2:51
GOLDEN SOUND
Рет қаралды 11 МЛН