KZ
faq
Негізгі бет
Қазірдің өзінде танымал
Тікелей эфир
Ұнаған бейнелер
Қайтадан қараңыз
Жазылымдар
Кіру
Тіркелу
Ең жақсы KZfaq
Фильм және анимация
Автокөліктер мен көлік құралдары
Музыка
Үй жануарлары мен аңдар
Спорт
Ойындар
Комедия
Ойын-сауық
Тәжірибелік нұсқаулар және стиль
Ғылым және технология
ጫማ ፀራጊ ፕራንክ - ምስ ተዋሳኢ ዓወት [ መረሳ ] ዘብኣሰኒ ፕራንክ 😂😂 #tigray #eritrea |መዘንግዕ ካሜራ|
10:59
የአባዱላና ዐቢይ ጉዞ፣ የጎንደሩ ሰልፍና አመራሩ ስለድርደር፣ “ከዐቢይ ጋር ውጊያ የለም”ደብረፂዮን፣ በወታደር የተመለሱ የፓርላማ አባላት፣ ብርና ዶላር|EF
19:50
아들이 똑똑하면 생기는 일! 설마 천재??? 아닌가?? 뭔가 이상해 ㅋㅋㅋ
00:18
Despicable Me Fart Blaster
00:51
Disparos en la colectora de la General Paz: ladrón atropelló a los policías que lo quisieron detener
00:14
- А что в креме? - Это кАкАооо! #КондитерДети
00:24
ድምፃዊ ሰለሞን [ኣይሰምዕንየ ]ብዝገርም ፕራንክ ተጌሩ solomon Tesfay
Рет қаралды 131,155
Facebook
Twitter
Жүктеу
1
Жазылу 73 М.
Yada Tube
Жыл бұрын
Пікірлер: 635
@user-dc4xt2op8k
Жыл бұрын
ንምንታይ ኢኹም ግን ሳብስክራይብ ዘይትገብሩ ምርኣይኩም ዘይተረፈኩም ፍጉራት መብዛሕትኦም ዩትበራት ፌክ ዮም ዘቅርቡ ናይ ያዳ ዩ ዝሓሸ ስለዚ ትኸስርዎ ስለ ዘይ ብልኩም ሓውና ነዕብዮ ሪኢኩም ኣትውጽኡ
@yadaprank
Жыл бұрын
respect 🙏
@ssafua8682
Жыл бұрын
ተጫዊትልኩም😂❤❤❤
@gebretnsaekahsu731
Жыл бұрын
ጌርና ለና ግን ተለይገበርና ኸ?😂
@samuelrussom2676
Жыл бұрын
Enbi aysemen eye
@richochewa1640
11 ай бұрын
❤😂❤😂❤😂❤😂
@KhanKhan-re3mq
Жыл бұрын
ሰልየዋ ጅግና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ተጋሩዋኒ 🎉ልሰልየ ዝፎቲ ላይኪ ወቅጥኒ ተጋሩዋኒ 🥰🥰🥰🥰
@user-cd1jt8wv4u
5 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Jossi_Mashi.
Жыл бұрын
ሰሌ ያኣኸ ኣቤት ንጥፈት ከም'ዛ ናይ ሜሲ ብፍጹም ቅላዕ ኣይትኸውንን'ያ ኢሉካ YADA😁 ናይ ብሓቂ ኣይሰምዕን'ዩ😄 Respect👍✌
@YoniMeksen-qp4me
Жыл бұрын
ኮመንት ብድንግላ ተረኺባ ኣላ ላይክ ገጪኹም ሕለፉ❤❤❤
@salama6013
Жыл бұрын
ዋው ገራሚ ፕራንኪ እዩ ግን ኣብ ትግራይ ብዙሕ ስለ ዘይፍለጥ ኣቅልል ኣብሎ ጉድኣቱ ከይበዝሕ ወድኖ❤
@yes6292
Жыл бұрын
ሰሌዋኒ ጅግና ዝፈትውካ ❤❤❤❤
@user-so4sn4zb3i
Жыл бұрын
ሰልየ ሓላል ኣድናቂትካ እየማዓረይ ጅግና❤
@zxzx6334
Жыл бұрын
ሰሌየ ሙቁር አነ ማራ እየ ዝፈትወካ ዕድመ ምስ ጥዕና ይሃብካ ፈጣሪ ንሃገርና ለ ስላም የውርደልና ፈጣሪ ብሓቂ ❤❤❤🎉🎉
@ggygyt3961
Жыл бұрын
ሰሌዋይ ብጣዕሚ ዝፈትወካን ዘድንቐካን ❤ ይሞቸኹም ደቂ ሃገረይ❤
@salamsalam1464
Жыл бұрын
ሰልዋይ ዕድመ ጥዕና ይሃብካፈጣሪ❤❤❤❤
@cgfffgcdy3096
Жыл бұрын
ሰልየ ብጣዕሚ ኑፉዕ 💚ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ንኩለኹም ♥️
@user-fj8rv8wj2h
Жыл бұрын
ሰሊየይ ጅግና ሓወይ♥ ያዳ መሐረር😁♥ ጊን ኣቱም ሰባት ካብ ዓዲ ዓረብ ክተባርሩና ዲኩም ደሊኩም ብሰንኪ ሳሓቅ መዳመይ ማዓለሽ ክብላ ታማ😁😂
@mairyleb9245
Жыл бұрын
ሰሌዋይ TDF ወዲ ሪመይ ፃዕዳ አድናቂቱ እየ ያዳየይ ፅሩይ ሰብ ❤❤❤
@medhin8187
Жыл бұрын
ሰላም #ያድሻ ዋዉ ሰሌ /ኣይሰምዕንየ/ ስለ ዘምፃእኻልና የቐንየልና ። ኩልኹም የቐንየልና ተጋሩ ጀጋኑ ኣጆና tdf ክብሪ ንዓኹም 🎉❤
@slamasooso9970
Жыл бұрын
ሰሌየ ጅግና ኣቤት ንቅሓት♥️😍ሰላም ንዓኹም ኹሉኩም ተጋሩዋኒ😘😍♥️
@maron278
Жыл бұрын
ጀግና ተጋዳላይ አርቲስት ሰልዬ ❤❤❤❤
@ሳሌም
Жыл бұрын
ኣቤት ንቅሓት ሰሌ መዓረይ l love you so much ❤️❤️❤️❤️ናይ ብሓቂ ንፉዕ ስሌ ጅግና ቅልጡፍ ❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@habeshawit27
Жыл бұрын
ሰሌዋይ ጅግና ሓውና ንፈትወካ ኢና❤❤😊
@user-ui6ss9ee8p
Жыл бұрын
በጃኻ ኢለካ ኣብ ቀፃሊ ነቲ ዓይኒ ትግራይ ዝኾነ ሶሎሙንይኩኖአምላክ ርዝን ዝበለ ፕራንክ ግበረልና ግን ሞራሉ ብዘይነክእ መልክዕ ዋላ ኸምዛ ናይ ክብሮም ብርሃነ (ዓሪ)🤲
@salojj2828
Жыл бұрын
ሰሌየ ጅግና ኣብዚሕና ንፈትወካ ንበረልና🙏❤❤
@selamyamenemh1100
Жыл бұрын
ሰሌዋይ ጅግና ዝሓወይ መዓረይ ❤❤❤✊✊✊
@bxbbx7087
Жыл бұрын
ሰልየዋይ ጅግና ሓወይ ዝፈትወካ❤😘💊❤❤
@Gezawit
Жыл бұрын
ሶልየ ጅግና ተጋደላይ👑አይሰምዕንየ✊❤
@user-vb4kc6il1s
Жыл бұрын
አይሰምዕንየ❤ ሰሌዋ መዓረይ ዝፈትወካ ዝያዳ ። ንኩለኩም ሰላምኩም ይብዛሕ ክቡራተይ❤
@user-rs8bd8un8y
Жыл бұрын
ሰልየዋ ጀግና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እግዝኣቢሔር🙏❤❤❤
@Endrtaweit
Жыл бұрын
ሰለየዋ ኣነ ስቕለ ፍትወ የብሎ ዝሓወይ❤❤🥰😘
@hiwetgerye1827
Жыл бұрын
ዋላ ኣነ
@user-bf4nc4ud5m
Жыл бұрын
ሰጋነይ ሃማኻ ዝብል 10 ይወልደ ሰሌ ጀግና❤❤❤👌👌
@MahiAberahaley-qh9oc
Жыл бұрын
ኮሞኒት ባዓለይ ቀዳመይት😂😂ኳዕሰላም መፃኻ ሴሌ 💛❤️ባሓቂ ህይወት ይዓብ👏😌
@user-le3wq3pw8w
Жыл бұрын
ሰልየዋይ ጅግና ንመጀመራ ግዘ ኮሞንት ይፅሕፍለኩ ብሓቂ ጅግና ሰልየይ❤
@user-gd7dk4ie7w
Жыл бұрын
ሰልየ ሓወይ ጆግና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Kalagamada
Жыл бұрын
OMG!! I am so happy that this singer is alive. Someone told me he was dead during the war. What a brave young man. By the way I am Oromo. Supported Tegaru during that difficult times.
@user-op1ix3ep7x
Жыл бұрын
ሰልየ ጅግና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ❤❤
@adfvv3688
Жыл бұрын
ሰሉዋይ ጎይታ የኔ ማር ❤❤❤ ብኣካል ተተረክበካስ ኣበይም ❤️❤️❤️ ግን ግዜ ይነውሕ እበር ክረክበካ እየ የኔ የዋህ😢🎉
@jge7tye640
Жыл бұрын
ሰሌዋይ ጅግና ራህራህ ከብዱ ብሓቂ ብ 5 ሚኢቲ ሽሕ ሂወት ክጠፍእ የብሉን ለባመይ❤💛❤💛❤💛❤👏🙏
@meri.tigraweti
Жыл бұрын
ሰሌ❤ ጀግና ሓደ ክንዲሽሕ ክፈትወካ😊 ተጋሩዋኒ❤💛 ሰላምኩም ይብዛሕ😊
@andomkbrom8072
Жыл бұрын
Bravoድምጻዊ ሰሌ ጅግና።👏❤👑❤❤
@solwedisolwedi1603
Жыл бұрын
ሰለሙን ዝፈትዎ ደራፊ ንኤርትራ ዘብከየም ደራፊ
@tedrosfisehaye849
Жыл бұрын
😂😂😂 ከዛብ
@abelabel7839
Жыл бұрын
😂😂😂 ሰሚዑ ድዩ ሕጂ ኸ ወላስ ብጸማሙ እዩ ዘሎ 😂😂😂
@expm1605
Жыл бұрын
@@abelabel7839የሰመዐይ የሰማዕናይ ሰሚዕካ,ዶ😡😡
@expm1605
Жыл бұрын
@@tedrosfisehaye849ብትግርኛ ፃሓፋ ዓረብ😂
@tedrosfisehaye849
Жыл бұрын
@@expm1605 ሓሳዊ ጽሒፈላ ኣለኩ ደሓር ከኣ ቋንቋ ካብ መረዳድኢ ሓሊፉ ካፕእ ጥቅሚ የብሉን ዓረብ ኮይኑ ወላ ስውሃይሊ
@Marken-jb3ez
Жыл бұрын
Des keteblu nay kulu gezi teketatelika haweka eriterawi❤❤❤❤❤❤
@user-kz1mt1sh4r
Жыл бұрын
እግዚአብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እና እንታይ ድየ ካብዚ ተዓዚበ ደቂ ተባዕትዮስ ዋላ ፈተነ ይብዘሐዮም ዋላ ህይወት ይክበዶ ክስተማስሉ ክበክዩ ኣይድግፍዎን በቃ ብውሽጦም ክገብርዎ ስለ ዝደልዩ ወዲ እንድካ ምስበሎ እየ ❤❤❤
@mrsmrs1917
Жыл бұрын
ሰሌ ጂግና ጥራሕ ኣይኮንካን ለባምን ምስተዋዓልን ኢካ እኳዕ ናትና ኮንካ💛❤️🙏💫💫💫💫💫💫💫💫💫💫
@aaaa-dx8rz
Жыл бұрын
ዋይ ኣታ ትገብርዎ ኣይት ፈልጡን ሰሌ ለባም ምቀረይ ዝያዳይ ድማ ሰራሕካ ብካል ዝሓሸ ሕዝካልና ከትመጽ ❤❤
@user-pc7je4wv5n
Жыл бұрын
ሰሌ እንብር ኣይሰምዕንየ ጅግና ወዲ ትግራይ ከብ ልበይ ዝፈትወካ❤❤❤❤
@Tgraynqdmit
Жыл бұрын
ንስሎሙን ይኹኖኣምላኽ ፕራንክ ግብሮ ያዳ 👍👍👍
@selamtigray3173
Жыл бұрын
ናትካ ብራንክስ ይፍለ እዩ🤣 ሰልየዋይ ጅግና❤😘
@user-yn8tb8ij3c
Жыл бұрын
ክክክክ ወዮ ቆልዓ ወዲአዎም እኮ ነዞም ኣርቲስታትና😂😂😂😂 ቆሲለ ስሓቅ
@HillaMhary-cc8iz
Жыл бұрын
ሓሪፍ ስራሕ እዩ ከምዚ ዓይነተ መልእክቲ ዘለዎ እዩ ቀፅልሉ❤❤❤❤❤❤
@user-qp7ku2yc7l
Жыл бұрын
ሓቅካ ሰልየ ህወት ሰብ እኮ እዳጠፍአ ለባመይ ሓቅካ😥
@rahwasyum-bu1sk
Жыл бұрын
ሰሌ ጀግና 🦁🦁🦁🥰🥰 ኩሉኩም ዕደመን ጥዕናና ይሃብኩም
@FanusFa-zv3cz
Жыл бұрын
ናይዚ ወዲ እዙይ ፖራኽ ብጣዓሚ እየ ደስ ዝብለኒ ግን ኒ ያዘራኣብሩኽ ባ ኣምፀአልና❤❤❤❤❤❤
@militigraweyti6418
Жыл бұрын
ሶለይ ተባዕ ጅግና ሓውና ❤️🤩
@frehailu3394
Жыл бұрын
ሴሉ ሽኮር ጅግና ናይበሓቅ ዕድመን ጥዕና ይሃብኻ ፈጣር🙏🙏🙏💝💝💝💘💘💘
@user-ck2kx6ld1x
Жыл бұрын
ሰሌዋ ጅግናና ዝፈትወካ ብሓቂ ዘኮራዕካና ጅግና መርዚ ፀላእትና ናዓካ ምእሳሮም ብጣዕሚ ኢና ጉሂና እንኳዕ ካምዚ ረአናካ ብሉፀይ ዝፈትወካ ኣብ ዘላካዮ ኣምላክ ይሓልካ 🙏🥰❤
@yohhanes
Жыл бұрын
ያዳ ግን ናይ ብሓቂ ብሉጽ ተዋሳኢ ኢካ❤
@fikadutsehaye6376
Жыл бұрын
ሓጺራ እምበር ናይ ሎሚ ኣድኒቀካ ኣብ ክንዳኻ ኣነ ክስሕቅ ደልየ❤
@Tube-nx9lr
Жыл бұрын
ሶልዋይ ማዓረይ ዕድመን ጥዕናን ይሓብኹም ፍትዋት ያሕዋተይ❤❤❤አይሰምዕንየ❤❤❤
@user-lv7tu3sc3d
Жыл бұрын
ወዲ ሪመይ ኣነስ ክፈትወካ ሰልየይ ኣቦ ጥበብ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ❤❤❤
@letslasehayle5044
Жыл бұрын
ያዳ አታ ማሕረር 🤣🤣🤣😂😂😂😂😂💞💞 ሰሌ ጅግና ሓውና👌👌💞❤❤
@salojj2828
Жыл бұрын
ያዳየ ኩሉ ስራሕኻ ደስስ ዝብል ቀፅሎ🙏❤❤❤
@luligaltigray2233
Жыл бұрын
ሰሉየ❤❤❤ ብኩሉ ነገሩ ዝበሰለ ሓውና ብቃላት ኣይትግለፅን የኔ መልካም እድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-kd8sw3ep2s
Жыл бұрын
ሰልየ ጅግና ክፎትወካ ማዓት ዕድመይ ጥዕናይ ይሃቡኩም ተጋሩዋ ፅርያት❤❤❤❤❤❤❤
@mekdestsige
Жыл бұрын
ሰሌ ጀግና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ❤❤❤
@selamawitbrhane3334
Жыл бұрын
ሶል ጅግና ተጋሩዋይ ፅሩያት ይመችኹም❤
@gvbh9715
Жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃበኩም ፈጣሪ❤❤❤❤🎉
@merhawitkide7839
Жыл бұрын
ዋይ ሰሌዋይ ማዓረይ ብሓቂ ንፍዕ ኣድንቀካ 👍
@BrhanBrhan-wc4zu
Жыл бұрын
ሶልየ ግን ጀግና ኢካ ዎዲ ትግራይ ዕደመን ጥዕናን ይሃብካ ሶሌ ጀግና❤❤❤❤
@RozaM-bx9kg
Жыл бұрын
ሰሌዋይ ምዓረይ ጅግና ተጋዳላይ ኣረ ያዳ ሓዎይ ንሰሌ ኣስምዐለይ ሸል ኸይትብላ ኣስምዐለይ
@letshgeremariam9258
3 ай бұрын
ሰሌ ከቡር ሓወናናናናናናና 🥰❤️💛💛💛🥰❤️🥰
@bri7094
Жыл бұрын
ኣሕሕ ዓለሚቱ ኣታዮ ታጌሮምኻ😢😢😢 ቃደማኹም ደቅነይ ሃሙኡታት ለጋላት ግበረን ኻብዲ ወዲ ኣይኽእልንዋ
@wedieri7570
Жыл бұрын
wellcom bor ያዳ ነብሲ❤ ጥንቅቅ ኢልካ ግን ሃደበት ሓደጋ ከይወድቁካ ገና እቲ ህዝቢ ኩሉ ስለ ዘይፈልጦ ።
@NgstiHayezgi
3 ай бұрын
ስሌ ዋይ ጅግና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@titichannel8465
Жыл бұрын
🥺🥺ዋውውው ብሓቂ ዓባይ መላእክት ዘለዋ ቪዲዮ 😁😁😁😁😁😁
@ShireAdearo-oy8is
Жыл бұрын
God bless 🙏🙏🙏 full respect to all our hero's and also i have full respect to brother Solomon Tesfay
@Azebkiros-nv7cl
Жыл бұрын
ሰሌ ዋውው ጅግና ኢካ ብሓቂ ግን ኣክቢድካሉ❤❤❤
@desnetkbrom
Жыл бұрын
ዘይትስሕቅ እዩ ዝገርመኒ😂😂😂ሰሌ ጅግና ዝፈትወካ❤❤❤❤
@arielasgedom3242
Жыл бұрын
Dear Tegadaly Solomon, l thank you for your service May the Lord God bless you and keep you safe wherever you go, in Jesus precious name, l pray.
@user-ot6fx5kl6v
Жыл бұрын
ሰልየዋይ ጅግና ተጋዳላይና ክብሪ ናኣካ ይኩን ❤❤❤❤❤❤❤❤
@yuhtyuh9107
Жыл бұрын
ሰሊዋይ ጅግና ሓዉና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ 💊❤️💛
@user-nw3xs9px3y
Жыл бұрын
ሰሌዋይ ጅግና ድምጻዊ ❤❤❤❤
@hiwilove7088
Жыл бұрын
ሰሌዋይ ማዓረይ ብጣዕሚ እየ ልፈትወካ🌍🎁
@AaAa-lx4dw
9 ай бұрын
ሰሌዋኒ ጅግና ዝፈትውካ💋💋🇻🇳💪💪💪
@samriguggalmekele1270
Жыл бұрын
ሰሌዋኒ ደስ ከተብሉ yada ሓወይ እቲ prank ቀሊል ግበሮ መግዳእቱ ስለ ዝበዝሕ 🥰🥰🥰🥰
@berhanalami806
Жыл бұрын
ሶልዋይ ጅግና❤❤❤❤
@ewniteyemimeseleginwesheti8743
Жыл бұрын
Awo Eniwdehalen Solye Nayna Tigrayi Adena selam tekunlna💊💜💜💜💜
@fotofoto378
Жыл бұрын
ሰሌ ጅግና ወዲ ህዝቢ ለባም ቆርፅ ሓየት ❤❤❤❤❤❤😘😘😘😘😘👍👍👍👍👍👍
@tigraymymather7597
Жыл бұрын
ሰሌዋኒ 💙
@hxghdf-pj9vy
Жыл бұрын
ጎበዝ አጆኻ ቀፅለሉ
@HabenEkubay-xn5te
2 ай бұрын
ሰሉየ ጅግና
@csefdefgf3229
Жыл бұрын
😮ታይ ማዕቱ ወደይ ብስሓቅ ቀቲልኩሙና😂😂😂😂😂 ❤❤❤❤
@astergebre3703
Жыл бұрын
Our Hero’s Viva TDF Viva Tigrai💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💪🏽💪🏽💪🏽💪🏽
@fhfgtyyyurt8958
Жыл бұрын
ስሌ ጅግና ዝፈትው❤❤❤🎉
@merigaltgray7771
Жыл бұрын
ሰሌዋይ ኣይሰምዕንየ ❤ኮሪዕናልካ ሓየተይ❤
@user-jw6le6tn5s
Жыл бұрын
ሶል ለባም 🥀ጅግና ታይ ገበረኩም እህ 🎉💥💕💚የኔ ናተይ 🥀ስወድህ እኮ ሰሌዋይ ኣብጸሐለይ ኢኻ ያዳ ሓወይ 🥀
@hhdggxgdhd9088
Жыл бұрын
ሰልየ ጅግና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ
@aaaall7364
Жыл бұрын
ሰሉየይ ጅግና ወዲ ትግራይ ፁሩይ😘😘😘
@user-md6yv9zo4i
Жыл бұрын
ሰሌዋይ ጅግና❤
@iiooiop889
Жыл бұрын
ተጋሩዋይ ማዓረይ ሰልየ ጅግና እዩ ብጣዕም❤❤❤️❤️❤️❤️🥰🥰🥰🥰
@user-xs8el1ot9q
Жыл бұрын
ሰሌዋኒ ጅግና♥️♥️♥️💞💞💞
@mizan206
Жыл бұрын
ሶለይ ኩሉ ጊዜ እንድየ ዘድንቀካ ሀዚ ግን መሊሰ ፎትየኻን ኣዲነቀካን የኔ ለዋህ🎉
@roozkiros6065
Жыл бұрын
ብሓቂ ለባም ሰሌዋይ 😍😍😍😍😍
@tdflove3582
Жыл бұрын
ስለይዋይ🎉🎉❤❤❤
10:59
ጫማ ፀራጊ ፕራንክ - ምስ ተዋሳኢ ዓወት [ መረሳ ] ዘብኣሰኒ ፕራንክ 😂😂 #tigray #eritrea |መዘንግዕ ካሜራ|
Yada Tube
Рет қаралды 70 М.
19:50
የአባዱላና ዐቢይ ጉዞ፣ የጎንደሩ ሰልፍና አመራሩ ስለድርደር፣ “ከዐቢይ ጋር ውጊያ የለም”ደብረፂዮን፣ በወታደር የተመለሱ የፓርላማ አባላት፣ ብርና ዶላር|EF
Ethio Forum ኢትዮ ፎረም
Рет қаралды 165 М.
00:18
아들이 똑똑하면 생기는 일! 설마 천재??? 아닌가?? 뭔가 이상해 ㅋㅋㅋ
MariAndFriends
Рет қаралды 14 МЛН
00:51
Despicable Me Fart Blaster
_vector_
Рет қаралды 26 МЛН
00:14
Disparos en la colectora de la General Paz: ladrón atropelló a los policías que lo quisieron detener
CLARÍN
Рет қаралды 13 МЛН
00:24
- А что в креме? - Это кАкАооо! #КондитерДети
Телеканал ПЯТНИЦА
Рет қаралды 7 МЛН
37:47
ዕላል ምስ - ድምፃዊ ተጋዳላይ ሰለሞን ተስፋይ (ኣይሰምዕንየ) - 1ይ ክፋል / Desta show - solomon tesfay - tigrigna music
Desta ደስታ Show
Рет қаралды 70 М.
38:07
ዮአዳን (ክፍል 16)
ለዛ
Рет қаралды 280 М.
13:28
ፈቲኹም ጸሊእኹም ቢኒ ትግራዋይ እዩ ካብ ስርቂ ዜማ ናብ ኣርእስቲ ሰጊሮም 🛑
Awita ፍቅር
Рет қаралды 37 М.
33:45
DW International ጋሻ ሰንበት ምስ በዓልቲ ቤቱ ኪሮስ ኣለማየሁ- ወ/ሮ ኣበበች ታደሰ
Dimtsi Weyane Television
Рет қаралды 53 М.
15:35
🛑 ሰብኣየይ መንጢልክኒ ? ቤቲ ምስ ምሓዛኣ ተባኢሳ 😱 #prank #tigrigna #tigray #eritrea #habesha
musse shakur
Рет қаралды 39 М.
11:07
Ethiopia - የኃይለማርያም መሪር እምባ! | ተፈትነን ወደቅንበት ጎፋ!
Feta Daily
Рет қаралды 71 М.
16:16
ጉዕዞ ናብ ኣስመራ - ተሳፈርቲ ፕራንክ ተጌሮም 😂 [ ምስ ቤቲ ሃይላይን መረሳን ] @yadaprank @gereemunentertainment
Yada Tube
Рет қаралды 90 М.
1:48:03
#የኢትዮጵያ አየር ታገደ #እውነቱ ታወቀ
KENDEL TUBE
Рет қаралды 24 М.
1:18
ዉለድ ዉለድ ይብሉኻ ኣብ መወዳእታ ኣብዝሕኻዮም ይብሉኻ
እንካን🤝ሃባን
Рет қаралды 259
11:08
ያዳ ፕራንክ ተመሪቑ ቤቲ ሃይላይ ምስ ሰምሃል ........ 😂😂
Yada Tube
Рет қаралды 50 М.
00:18
아들이 똑똑하면 생기는 일! 설마 천재??? 아닌가?? 뭔가 이상해 ㅋㅋㅋ
MariAndFriends
Рет қаралды 14 МЛН