Dehay Eritrea ትጽቢታት ይኣክል ካብ ሲምፖዝዩም ሚላኖ እንታይ እዩ? ደሃይ ኤርትራ

  Рет қаралды 3,674

Dehay Eritrea

Dehay Eritrea

12 күн бұрын

Dehay Eritrea ትጽቢታት ይኣክል ካብ ሲምፖዝዩም ሚላኖ እንታይ እዩ?
ምንቅስቓስ ይኣክል ኣብ 5ን 6ን ሓምለ ኣብ ሚላኖ ኢጣልያ ንጥፈታቱ ንምግምጋም ሰፊሕ ዓለምለኻዊ ዋዕላ ወዲቡ ኣሎ። ነዚ ብዝምልከት ደሃይ ኤርትራ ምስ ኣካያዲ ክፍሊ ኣህጉራዊ ዝምድናታት ዓወት ጸሃየ ካብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካን ምስ ኣካያዲ ክፍሊ ሜድያ ጸጋይ ገብረሂወት ካብ ዓባይ ብርጣንያን ተዘራሪባ ኣላ ምክትታልኩም ንዕድም!
ኣዳላውን ኣቕራብን ሳሙኤል ገብረሂወት (ዓካ ዓካ)
28 ሰነ 2024
ደሃይ ኤርትራ

Пікірлер: 36
@mulugetahailay7604
@mulugetahailay7604 11 күн бұрын
ቀርናዐት
@loveismyreligion2510
@loveismyreligion2510 8 күн бұрын
Good 👍 job 👏 👍
@fiory25
@fiory25 8 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤
@gimjaamare509
@gimjaamare509 9 күн бұрын
Thanks Dehay Eritrea and Yiakil for inspiring us what you do.Esayas oppressed and killed in Sahel .We're still hybrinating for 33 years as a dead man.
@hayletkle2197
@hayletkle2197 11 күн бұрын
ኣብ አርትራ ቅዋም ሞይቱዩ ፡ ከም ሳዕቤኑ ግን ህዝባዊ ማዕበል ነቲ ኣብ በረኻ ፡ጎኒ -ጎኒ ' ቲ ዝተኻየደ ብረታዊ ተጋድሎ ፡ ብዛዕባ ዲሞክራስን ክብሪሰብ ኣዊ መሰልን ድሕሪ ስዕረት ደርጊ ነርክበሉ እናተባህለ ፡ትጎስዩ ዝመጸ ፡ህዝቢ አርትራ ከም ሕማም ድሓር ፡ካብቲ ዝነበሮ ዝገደደ መከራ ብሻዕቢያ ዝወረዶ መከራ ካብ ሱሩ ንሓዋሩ ከጽንቶ ተበጊሱሎ ።
@gebrehiwetteklehailemicael8091
@gebrehiwetteklehailemicael8091 11 күн бұрын
Sami,ቀዳመይቲ ሕቶ ክትሓተልና ዝግብኣካ ይኣክል ምስ ትግራይ ትስዕር እንታይ እንታይ እዩ ፍልልያቱ?
@sarahogbay1382
@sarahogbay1382 11 күн бұрын
Yialk is an organization ትግራይ ትስዕር ግን መፈክር እዩ::
@thedawnlight3902
@thedawnlight3902 11 күн бұрын
ይኣክል እኮ ምስ ትግራይ ሓቢርና ክንሰርሕ ኢና ኢሉ መርገጺኡ ዘፍለጠን፡ ኤርትራ ጆኖሳይድ ኣብ ትግራይ ፈጺማ ኢሉ ዝኣወጀን እዩ! ድሓር ሎሚ ዘሎ ይኣክል ቆርበት ናይ ዝመተ ይኣክል እዩ!
@gebrehiwetteklehailemicael8091
@gebrehiwetteklehailemicael8091 11 күн бұрын
Just I m asking about the ideology, not the mean of the words
@gebrehiwetteklehailemicael8091
@gebrehiwetteklehailemicael8091 11 күн бұрын
@@thedawnlight3902 I believe so
@thedawnlight3902
@thedawnlight3902 10 күн бұрын
ትግራይ ትዕወት “ is this an Ideology? 😂😂 go back t school and ask yr teacher ” what is Ideology “😂😂
@akiyor3615
@akiyor3615 6 күн бұрын
ኣብ ደንበ ፍትሒ ናይ ኤርትራ ክሳብ ሎሚ ምስ ኩሉ ሽግራቱ ካብ የኣክል ዝዓቢ ትካል የሎን ዝለዚ ዘረባ ዓዋሉ ሸለል ኢልኩም ናብ ናይ መወዳእታ ሸቶኩም ጥራይ ኣቃምቱ ኣጆኩም ንሕና በርገን ንሓመዱ ከኣ መሓውርኩም ኢና።
@TheSweetkerenreunion
@TheSweetkerenreunion 10 күн бұрын
Tnks Samuel I respect your journalistic professionalism but u missed to ask the two guys about the diversity of the leadership and its members I think Yakael was a grassroots . movement but was hijacked by few naive parochial group without national vision and goal.tnks
@alexanderbirhane4611
@alexanderbirhane4611 11 күн бұрын
Azyu bsuln haxirn zkone zririb !! ❤ n brged nhamed tgebrwo mdgigaf dma abertiekum qexlwo ybl. Thank you.
@wolderufael
@wolderufael 9 күн бұрын
Yiakl is a "Silent Storm", it's a sleeping dragon. For some, Yiakl was said to be "dead" from day one. Many even accused it for irresponsibly conducting its initial symposium during Ramadan, and those people have not excused it yet. For this people, Yiakl was a still born. In regards to Tigray, the war in Tigray, as far as the regime is concerned, it was a proxy war against the Opposition, as it successfully displaced its threat, the Eritrean Refugees, into deep inside Ethiopia. It also had the intent to deprive any future armed struggle inside Tigray by "wiping out" Tigray. For these reasons, Yiakl had no choice but oppose the invasion and stand by the "victims" of the regime, the army that bragged "ሻዕብያ ኣራዊት ንጸላእቱ"። Yiakl opposed the pillaging army, accused of horrific war crimes.
@belaygirma4485
@belaygirma4485 10 күн бұрын
ገሳርጥ፡ መበላሸውቲ ለውጢ።
@temesghenmehari2057
@temesghenmehari2057 10 күн бұрын
መሪሕነት ይኣክል ክንደይ ምኩራት ኣለይቲ መላጉቦ ክኾኑ ትጽቢት ዝግበረሎም ተቓለስቲ ምስጓጉ ምዝካር የድልየኩም።
@dahlakdahlak8740
@dahlakdahlak8740 10 күн бұрын
ዳርጋ ዓድኻ ፍቶን መራሕትኻ ደግፍ ሞጉስን አድንቕን ወይ"ውን ዓድኻ ተዛወር ተመላለስ እቶ እቶ ዝቐረበ እዩ ዝመስል ዘሎ ። ተሰጊሩ እዩ ዘይ ፍትሓዊ እገዳ ፣ ተለሚዱ እዩ አኼባታት UN ,HRW, EU eetc..አኼባታት ጠቐነን ሸንኮለልን ብፍላጥን ብዘይ ፍላጥን፥ ንዘይ ቅቡል ፍርድታትን ወገናዊ ውሳነታትን ።
@kokebhabte
@kokebhabte 10 күн бұрын
ናይ ማወስ አርባዐተ ሚልዮን ዶላር 🤑🤑🤑🤑አብ እዶም አለዋ ሳመር ክዛናጋዑለን እዮም ንጥልያን ዝኸዱ ዘለዉ 🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣
@fituikifle5629
@fituikifle5629 11 күн бұрын
እዛ ህዝባዊ ኒሂሩ ዝተበጎስ ክኸይድይ ኣይካኣልን ዝብል ኣይተረዳኣንን እዩ ሳሚ፤ እቲ ሓቂ ድኽመት ናትና እትብል ኣይትወጽእን እያ። ኡኹል ርእሰ መርመራ ምግባር ተሽግረና እያ ኩቡር ሓው ዓካ- ዓካ
@thedawnlight3902
@thedawnlight3902 10 күн бұрын
እዚ ፖለቲካ ከምዚ ፋሽን ናይ ክዳን ኮይኑ? ይኣክል ቀደም ዝበርዓነ ሓሳብ ክሳብ ሕጂ ከ ኣለው ድዮም ? እቶም ዝጀመርዎ ግን ኣበይ ኣለዉ ሕጂ? ዓሱሩን ተሰካሩን ዝበልዐ ዑቁብ ናይ ደቂ-ኣከለጉዛይ ሕጂ ዝጎደሎም ጁብኦም ክመልኡ እንበር ምስ ተበገሱ ኢልና ኔርና ናይ እክለ ማይ ማሕበር ምካኑ። ነዚ መንእሰይ ክነግሮ ዝደሊ በጃኩም ምስዞም ዑግግ ዝብሉ ደቂ-ኣከለጉዛይ ኣይትቃለሱ ፡ ክትዕወቱ ኣይትክእለጀን ኢኩም ፡ ኣውራጃና፡ ወረዳና፡ ዓድና፡ ወዲ-ኣውራጃና፡ ወዲ-ወረዳና፡ወዲ-ዓድና ፡ እንዳበሉ ኣብ ሸንኮለል ከንብርኩም እዮም! ንዝሓለፈ 15 ዓመት ነዚ ደምበ ፍትሒ ፍልሖ ኮይኖም ዘበክበክዎ እዞም ሰባት እዮም፡ ምስኦም ሓቢረ ለውጢ ከምጽእ እየ ትብል እንተኣለካ ኮይንካ ካብ ሕጂ ቅበጽ ንብለካ። ምቅያር ጉልሻ ንጸብሒ ኣየመቅሮን ይብሃል፡ ሮማ ግበሮ ሎንዶን፡ ካልኬታ፡ ከሰላ ግበሮ እቲ ሓሳብ ሓንቲ እቶም ሰባት ሓደ ። ዝሞተ ዝትስእ እንተኮይኑ ንርኢ!
@hailewolde1816
@hailewolde1816 10 күн бұрын
ናይ ሓደ ሑልኩስን ልሙሱን እዩ ርይቶኻ 😅
@thedawnlight3902
@thedawnlight3902 10 күн бұрын
@@hailewolde1816 እቲ ሓቂ መሪሩካ ሓቀይ? እንተመሪሩካ መድሃኒትካ እያ ውሰዳ ክትሓዊ ኢካ! ካብዛ ደምበ ዑጉግ ክትድሕን ኢካ!
@hailewolde1816
@hailewolde1816 10 күн бұрын
@@thedawnlight3902 " ሓቂ ኣበይ ኣሎኺ ክደልየኪ " እትብል ደርፊ ናይ ማሕበር ቲያትር ኣሰመራ ትዝክራ እንተኾንካ ግዳ መለኣያ ። ካብኡ ዝተረፈ እዚ ኣነ ፈልጥ ጸወታ ግደፎ ። ወይ ዓቅሚ እንተልዩካ ወስ በል !!
@michaelaraya1192
@michaelaraya1192 11 күн бұрын
SANkTIONS ARE INDIREKTLY VIOLATIONS OF HUMAN WHRITES. YOU ARE "BRAVO" YAKEL.YOU ARE ALSO, PART OF ABUSING,THE HUMAN whrites of the Poor People.what a Differenz whith hgdf?
@mikitesfa663
@mikitesfa663 10 күн бұрын
You are , 0 + --
@tesfaldetmebrahtu7010
@tesfaldetmebrahtu7010 11 күн бұрын
ስላም። ህዝቢ ብከመይ ኢዩ ክዓስሎ ? ክም ሓደ ኣክትቪስት ፡ምስ ህዝቢ ክራከብ ዘይክእል እንተ ኮይኑ። እነ ከም ንኡስ ጨንፈር ይኩን ፡ብዓቢ ይኩን ፡ ብኤሮፓ ይኩን ተወዲቡ ክምቲ ቅድሚ ሕጂ ዝሰርሖ ስለ ዘየለ ፡ክም ሓደ ዝሞተ እንተ ተባህለ ዝተጋናነ ኣይኮነንን። ኣነ ዝመስለኒ ብርገድ ንሓመዱ ስለ ዝዓብለለ ፡ኢዶም ዝሃቡ ኢዮም ዝመስሉ። ገለ ኣባላቶምን ወከልቶምን ሕጂ ደኣ መለይ እንድያ ኮይና ምድረ ሰመይ ክብሉ ትሰምዕ። ብከመይ ደኣዮም ንህዝቢ ክረክበዎ ?
@avmars5937
@avmars5937 10 күн бұрын
ይኣክል is ትግራይ ትስዕር. You let down all justice seekers Eritreans. What ever you say now and do will change not that. ቅሂምኩም ኢኩም ጽንሕ ኢልኩም ክትሓቅቑ ኢኹም። SAD!!!!!
@user-rq1vr7ub8c
@user-rq1vr7ub8c 11 күн бұрын
😂 እንተ ትሓንከለይ ኣብ ዳስ ተጋሩ ኣውጠጢኹም ኢኹም ዩክረይን ዶ ኣደይ ዛይድ ዶ
@hailewolde1816
@hailewolde1816 10 күн бұрын
ኣበርክቶኻኸ እንታይ ይመስል ?? ኣንታ ሕልኩሰ ።😂😅
@user-rq1vr7ub8c
@user-rq1vr7ub8c 10 күн бұрын
@@hailewolde1816 መንዩ ሕልኩስ
@hayletkle2197
@hayletkle2197 11 күн бұрын
ሳሚ ፡ እቲ ቕተቕርቦ እዋናዊ ሕቶታት ፡ ሕመረት ናይቲ ብሻዕብያ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ አርትራ ዝወረደን ዝወርድ ዘሎን ዘተኮረ ምዝኳኑ ዝነ ኣድዩ ። የግዳስ ነቲ ዝወሃብ መልሲታት መራጎዲ ዝኸውንብወገንካ ቁጡብ ኢኻ ፡ ነሓፍነት ኣወግድ ።
@eritr
@eritr 10 күн бұрын
U were with Tigray, you thought Tplf would win. U are finished, game over.
@Ae91scd
@Ae91scd 10 күн бұрын
ንይአክል ዘዳኸምክሞ መራሕቱን አካየድቱን እምበር ! ይአክልሲ አሎ! አይተን ! ህዝባዊ ማዕበል አይመዉትን እዩ። እዚ ዝህብዎ ዘለዉ ምኽንያት "ቀምሽ አደይ ሐንኲሉኒ እዩ "። እዞም ዘለዉ አካየድቲ ብሙሉኡም እንተደአ ተአልዮም ብሐደሽቲ ብፍላይ መናእሰይ እንተደአ ተተኪኦም ይአክል ምስ ብርጌድ ንሐመዱ አብ ሐጺር ጊዜ ዕዉት ስራሕ ከምዘመስክር ጥርጥር የብሉን። ለባም ለባም ዘረኛ ይአኽለና።
@Kbri965
@Kbri965 10 күн бұрын
ኣብ ብዙሕ ኣቀራርባ ሕቶታትካ ሚዛናውነት ክትሕሉ ብመጠኑ ትፍትን ኢኻ፡ ኣብዛ ናይ ሎሚ ግን ንመርገጺ እዞም ሰባት ኣብ ጉዳይ ኲናት ትግራይ ኣገስቲ ሰዓብቲ ሕቶታት ክትሓትት ይግባእ ኔሩ፡፡ ንኣብነት እቲ ውግእ ብቐንዱ መንግስቲ ኢትዮጵያ ንዘጋጠሞ ውሽጣዊ ተቛውሞ ማለት ንዘወልዓሉ መጥቃዕቲ ንምዳህ ናይ ኤርትራ ሓገዝ የድልዮ ኔሩ፡ ኤርትራ ድማ ወያነ ኣብ ስልጣን እንተ ተመሊሱ ሳዕቤኑ ርዱእ'ዩ። ጉዳይ ባድመ እውን ዝተጠልጠለ ናይ ጎበጣ ጉዳይ ኔሩ። ሮኬታት ኣብ ቀንዲ ዕላማታት ኤርትራ ህዝቢ ዝነብረሉን ዝተተኮሰ ኔሩ፡ ኣብ ድሕነት ኣብ ትግራይ ዝነበሩ ኤርትራውያን ሰደተኛታት እሞ እቲ ዝተባህለ ፍጹም ሓሶት ዩ ኔሩ እቶም ዝተመልሱ ብምርጭኦም ንድሕነቶም እዮም ተመሊሶም፡ ኣይ ንምለስን ዝበሉ እውን ዝተንከፎም ኣይነበረን። ስለዚ ክስዕቡ ዝነበሮም ሕቶታት ብዘይ ምቕራብካ ሚዛን ጋዜጠኝነት ስሒትካ ሳማኤል።
3M❤️ #thankyou #shorts
00:16
ウエスP -Mr Uekusa- Wes-P
Рет қаралды 13 МЛН
Happy 4th of July 😂
00:12
Pink Shirt Girl
Рет қаралды 32 МЛН
ህግደፍ ንምንግስቲ ኤርትራ ገንዘብ ይእውዶ'ዩ
43:50
MERON SAT ሜሮን ሳት
Рет қаралды 8 М.