No video

ሰነ 16 ኣብይ ኣሕመድ ሂወቱ ኣድሒነዮ ፡ መሳርሕተይ ዝነበሩ ቡዙሓት ማሪከ ፡ ካብ ቃሊት እስርቤት ኣምሊጥና ተጋዲልና 👉 ተጋዳላይ ዘካርያስ 0914444255

  Рет қаралды 56,269

Desta ደስታ Show

Desta ደስታ Show

Күн бұрын

subscribe and hit the notification bell to stay updated with all new uploads!
ሓደሽቲ ምስልታት ንክበፅሕኩም ሳብስክራይብ ብምግባር ቤተሰብ ኩኑ !
ሰነ 16 ኣብይ ኣሕመድ ሂወቱ ኣድሒነዮ ፡ መሳርሕተይ ዝነበሩ ቡዙሓት ማሪከ ፡ ካብ ቃሊት እስርቤት ኣምሊጥና ተጋዲልና 👉 ተጋዳላይ ዘካርያስ 0914444255
Desta show 👉 (0940985113)
Copyright ©2024: Desta show. 🔔 Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibeted.

Пікірлер: 327
@musieasefa9159
@musieasefa9159 4 ай бұрын
Wow wow Zaki ጅግና ኢኻ ብሓቂ ድማ ማናቱ ቆልዑ ድማ ወሊድካ እንኳዕ ደስ በለካ ዝሓወይ።
@zafuzafu6588
@zafuzafu6588 4 ай бұрын
ኣንቱም ጀጋኑ ሂይወትና ትሕቲ እግዚኣብሄር ሓየታትና እግዚኣብሄር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
@tazebewmoola1993
@tazebewmoola1993 4 ай бұрын
የጀግንነት ጥግ ይሉሀል እንዲህ ነው ትግራዋይነት ይኑር ❤❤❤
@arielasgedom3242
@arielasgedom3242 4 ай бұрын
Thank you for your service, dear TDF. I am glad that The Lord God saved your life. You trust The Lord God and He covered you with His' shadow of wings. I thank The Almighty God for saving your life.
@user-on3uj6jk1j
@user-on3uj6jk1j 4 ай бұрын
😮😮😮ኣታ ወድነዋ ዳኣበይ ምለቆፁዎ ሸገ ነቡሩ ዋይ መናጥ ስባኣይ ❤❤ ጅግና
@haddisGebreyesus
@haddisGebreyesus 4 ай бұрын
ጅግና ሓውና። እድመካ ነዊሕ ይኩን።
@WeldeKansu
@WeldeKansu 4 ай бұрын
ዛኪ ሓወይ ኣታ ጅግና ኣቱም ጀጋኑ መጀመሪያ እንኩዓ ብሰላም ተረፉኩም ዛኪ፣ተሜ፣ወዲ ረዳ፣ኣሹ፣ኣሹ ሽንጉርቲ፣ብሬ ማንጅስ፣ሃይልሸይ፣ማዕረገይ፣ኣምሃ፣ኹሉኹም ኣዕርክተይ ኣዶ ወሊደ ትበል ትግራይ ወሊደ ትበል ንዓኹም ቃል የብለይ ❤❤❤ዛኪ ሓወይ ኣነ ዋላ እናተሳቐኩ ስለ ትግራይ ስለ ናትኹም ይሓስብ ይጭነቕ ነይረ ግን ታይ ቱሩጉም ኣለዎ ትፀዉዮ ቐሊል❤❤
@kidanesahle7843
@kidanesahle7843 4 ай бұрын
ትብዓትካ፣ ዓርሰ እምነትካ ፣ ጅግንነትካ ፣ ኣንደበትካ ብጣዕሚ ዝገርምን ዘኹርዕን እዩ ። ምስ ብፆትካ ዝኸፈልካዮን እትኸፍሎ ዘለኻን ረዚን ዋጋ ፃማ ህዝብኻ እዩ እሞ ተሓበን ኣንታ ጅግና 🙏❤
@user-tb5jb8vn1d
@user-tb5jb8vn1d 4 ай бұрын
ኣይ ኣሕዋተይ ብዙሕ ስቃይ ሓሊፍኩም😢😢😢እንካዕ ብሂወት ተረፍኩም🙏
@DebretsionGebru
@DebretsionGebru 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤tv
@sabafekadu911
@sabafekadu911 4 ай бұрын
ብጣዕሚ ክትዛረቦ ቀሊል ይመስል
@kinfegetsu8312
@kinfegetsu8312 4 ай бұрын
አቤት ጅግንነት ሞ መን ከማኩም❤❤❤❤
@asefagerie8506
@asefagerie8506 4 ай бұрын
ብጣዕሚ ጅግና ❤️❤️❤️💪💪💪
@user-xu1rw6uc2m
@user-xu1rw6uc2m 4 ай бұрын
I am soooooo proud of you. I am glad that I am from that land. God bless.
@elfugebremariam5803
@elfugebremariam5803 4 ай бұрын
የዒስ ጅግና ውላድ ትግራይ ❤❤❤❤❤
@ብጂግኑኡሰነፍ
@ብጂግኑኡሰነፍ 4 ай бұрын
👌👌👌 ፅንዓት እዩ ሺምኩም
@birnihigotube9453
@birnihigotube9453 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤ እንከኳዕ ብሂወት ተረፍካ ጅግናና
@haddisGebreyesus
@haddisGebreyesus 4 ай бұрын
ኣናብስ ትግራይ። የሐቡኑና። ደስታ ሸው እተቅርቦም ልህዚ ትግራይ ኩርኣት ዝኮኑ ተጋ/ቲ እዮም።
@azzxs2930
@azzxs2930 4 ай бұрын
ኣነስ ከሚዚ ዓይነት ጅግንነት ክሰምዕ ከለኩ ሃፅ እልኪ ኪዲ ዓዲኪ ይመፅእኒ💪💪💪💪❤❤❤❤
@user-jv2mg5zc9d
@user-jv2mg5zc9d 4 ай бұрын
እወ ወደይ❤❤❤😢
@gullala4624
@gullala4624 4 ай бұрын
አረ ነስተዉዕል ኩሉ ኪሒድዎም አብ ካልእ ዓነት ስሚዒት እዮም ዘለዉ ይትረፍ ክንከይድ ዝከድ አሕዋትና ኾ ዘይምለሱ ኮይኖሙና ፡፡
@STAMA123
@STAMA123 4 ай бұрын
እንኳዕ ተረፍኩም ጀጋኑና ብጣዕሚ ኢና ንኾርዕ ባአኹም❤
@robiabrahale4000
@robiabrahale4000 4 ай бұрын
ዋውውውው ብሓቅይ ጅግና💪❤
@destaaregawi5143
@destaaregawi5143 4 ай бұрын
ደስታ ሸው ሓሪፍ ሰብ ኢካ አቅሪብካልና ግን ብጣዕሚ ደስ ባሃሊ ምእንታን ክኮን ዘኪ ካሕሳይ ተመስገን ሰለስቲኦም አቅርቦም ኮመንት ካብ አ አ እዩ አነ ብጥዕሚ ዘክብሮም አዕርክተይ እዮም
@zewdugalwembrttgray9281
@zewdugalwembrttgray9281 4 ай бұрын
እህምምም😢 እዛ ክፍእቲ ሃገር ከሓዲት ኣምላኽ ሸፋፊኑ አድሒኑካ ኣምላኽ ኩሉ ዝከኣሎ ተመሰገን
@alulaabanega9008
@alulaabanega9008 4 ай бұрын
ጅግንነትካ መግለፂ ይስኣኖ ዛኪ❤❤
@iamfree347
@iamfree347 4 ай бұрын
ጀግናና ፡ አምበሳ❤❤❤❤❤
@abrhagebreamlak-jk2th
@abrhagebreamlak-jk2th 4 ай бұрын
ብስሩ ንኻልኣይ ግዜ ከመይ ገይርኻ በቲ ዝኸድካዮ መንገዲ ትኸድ ብራዘር ብ ፈጣሪ ኢኻ ተሪፍኻ እምበር ምንም ጉርሒ የለይ ግን ንጅግንነትኻን ኣገልግሎትኻን ነመስግን respect.
@STAMA123
@STAMA123 4 ай бұрын
ብናማን ጅግና ብናማን ትግራዋይ ❤
@GaulAgame
@GaulAgame 4 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ጅግና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ተባዕ ትግራዋይ
@kibromwolday-mu3ex
@kibromwolday-mu3ex 4 ай бұрын
ዛኪ ወዲ ራያ ጀግና ❤❤❤
@azmeraazmera2547
@azmeraazmera2547 4 ай бұрын
ዛኪየይ ጀግና ሓወይ ahwatey fetari yhalikum🙏❤️❤❤❤❤❤❤
@arielasgedom3242
@arielasgedom3242 4 ай бұрын
The Lord God is amazing God. He is a miracle God. Your interview made me to think that The Lord God was fighting for my people. He was ahead of you on your battlefield. Thank you Lord Jesus Christ for you have done to Tigrai people.
@BisiratHagos
@BisiratHagos 4 ай бұрын
ብጣዕሚ ጅግና ተጋዳላይ ዘካርያስ
@vufy9901
@vufy9901 4 ай бұрын
ጅግና ወዲ ህዝቢ
@user-rj6zh1sx5d
@user-rj6zh1sx5d 4 ай бұрын
ናይ ተጋዳልቲ ምሽጥር ግን ብዝሑ ተዘይትዛረቡ ይምረፅ 😊 እንካዕ ብሂወት ተረፍካ ጅግና ቤዛ ህዝቡ❤
@medhin8187
@medhin8187 4 ай бұрын
እወ ብሓቂ ሐዝ ዉን ኮ ገና ኢና ደጊሞም ብምሽጥር ክሕዝዎም ይኽእሉ ዮም😮
@iamfree347
@iamfree347 4 ай бұрын
እሰይ ፡ አዶ ፡ ተግራ ፡ ማንታ ፡ ማንታ ፡ ትውለድ ፡ ❤❤❤❤❤❤
@AlemTigray-pc8yv
@AlemTigray-pc8yv 4 ай бұрын
ብጣዕሚ ብጣዕሚ ክንደይ ስቃይን ጅግንነትን ኣሕሊፍካ ብህይወት ምትራፍካ ብጣዕሚ ተሓጉሰ❤❤❤❤❤❤❤
@user-dh4iy2kl7g
@user-dh4iy2kl7g 4 ай бұрын
💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪ናይ ትግራይ ጀግንነት።ቆራፅነት።ክብደት መለክዒ TDF ዘኪ ወዲ ራያ።💪💪💪💪💪🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏😍😍😍😍🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@zemedagmedhin-wo7rk
@zemedagmedhin-wo7rk 4 ай бұрын
ናይ ኣረጋዊ ጅግንነት ፍልይ ዝበለ እዩ መዓረይ
@medhin8187
@medhin8187 4 ай бұрын
እንኳዕ ፈጣሪ ኣትረፈካ ጀግና ሓዉና ተአምር ዩ ።
@Hareg675
@Hareg675 4 ай бұрын
ምሽጥር ተውፅኡ ዘለኹም ኮይኑ ተሰሚዑኒ😥 ገና ኢና እኮ ዘለና😥 እንቋዕ ብሂወት ተረፋካ ጅግናና❤🙏
@netsanettdf9263
@netsanettdf9263 4 ай бұрын
ብጣዕሚ ዝቆፃፀሮም ዘየለ ከም ድላዮም ይዕንድሩ እዞም ናይ ትግራይ ዩቱበራት ልቢ የብሎምን ክንደይ እሱራት እናሃለውና ገና ዘይወፁስ ሐዚ እዚ ናብ ምድያ ወፂኡ ክዛረብ ሓሪርና ሞይትና ሰማዒ የለን
@Hareg675
@Hareg675 4 ай бұрын
@@netsanettdf9263 ብሓቂ ከመይ ኢና ክንማሃር እንድዒ ዝገርመኪ ኮመንት ኣየንብብን ክዓ😥
@ranirani3899
@ranirani3899 4 ай бұрын
ሐቂ ለባመይ ንፀላኢ ምጉራሕ እዩ እዚ ኹሉ ትንተና
@samisolomon8470
@samisolomon8470 4 ай бұрын
አንታ ሓቅካ አነ ወታደር እየ ብማንም ዩትብራት ቃልካ ክትህ አይትክእል ምሽጥር ይባከን ኣሎ ትሓዝ ሜኒተሬ ቃለ መሕተት ክትገብረሉ እሞካዓ አብ ክባን ዕፅዋን ኮይንካ😢😢😢😢
@Hareg675
@Hareg675 4 ай бұрын
@@samisolomon8470 ጅግናና እንቋዕ ብሂወት ተረፍካ ብሓቂ እቲ ጅግንነት የኩረዐኻ ግን ዝተገበሩ ሚስጢራዊ ተዘይወፅእ ባሃሊት እየ ገና ሙኳና ንርሰዖ ኣለና ይመስለኒ😥
@etenshegezahegn2326
@etenshegezahegn2326 4 ай бұрын
ሰይ ዝወደይ ትግራዋይንት ከምዙይ እዩ ጅግና እድመን ጥዕናን የሃብካ
@mewailfisseha5591
@mewailfisseha5591 4 ай бұрын
ጀግና ወዲ ትግራይ! Thankyou for your service! ❤❤❤❤
@salamsalam1464
@salamsalam1464 4 ай бұрын
እግዚአብሔር ይመስገን እንኳዕ ተረፍካ ክብር ሓወይ❤❤❤
@kaleabAL
@kaleabAL 4 ай бұрын
ማዓረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ወሕስ ህዝብ TDF 💊💊💊💪💪💪
@user-fe1qm6sl6o
@user-fe1qm6sl6o 4 ай бұрын
ጅግና እንኳዕ ብሓጎስ ተረፍካ ዛኪ ወዲ ራያ❤💪
@rogerjoned9924
@rogerjoned9924 4 ай бұрын
We are so proud of you heros 🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉🎉🎉🎉🎉
@saraghana2341
@saraghana2341 4 ай бұрын
Proud of you❤❤❤❤❤
@aaabbn1717
@aaabbn1717 4 ай бұрын
ተመስገን አሕዋተይ ትግራይ ዓደይ❤❤❤❤
@sarahfahad2269
@sarahfahad2269 4 ай бұрын
እንኳዕ ብሂወት ተረፍካ ሓወይ ማዓረይ ጅግና ወድህዝቢ❤❤❤
@tirhaswelu
@tirhaswelu 4 ай бұрын
Wow Great job Tdf 🙏❤️‍🔥✊
@user-xj7cw7yt8g
@user-xj7cw7yt8g 4 ай бұрын
Our great hero thank you desta show as well
@shewitgeremedhin6058
@shewitgeremedhin6058 4 ай бұрын
Well Come Tdfeyyyy ነብሪ ኣየ ጅግንነት ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@heranetigray9683
@heranetigray9683 4 ай бұрын
እዋይ ክትዛረቦ ቀሊል ግን መግለፂ ቃላት ዘየብሉ ጅግንነት❤❤❤❤❤⭐️❤⭐️❤⭐️❤
@eteneshyosef1052
@eteneshyosef1052 4 ай бұрын
ጀግና ጀጋኑ እድመን ጥእናን ምሳኩም ይኩን
@brhanwejerat516
@brhanwejerat516 4 ай бұрын
ቅድመኻ ድኣና እንኳዕ ብህይወት ተረፍኻ ዕድመይ ጥዕናይ ይሃብኻ👏♥️
@thecash_4219
@thecash_4219 4 ай бұрын
ተመስገን ተሱፍ አለን❤❤❤
@user-qd2xq1ky6y
@user-qd2xq1ky6y 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ናትና ጀጋኑና ሕልምኹም የስምረልና
@kiduAbrah
@kiduAbrah 4 ай бұрын
ጅግንነትን ስራሓካን ገሪሙኒ
@BirhanuAmbaye
@BirhanuAmbaye 4 ай бұрын
እንኳዕ ነዞም ዕሸላት ንምርአይ አብቀዕካ ጅግናና
@BariyaGabirBari-cs9oq
@BariyaGabirBari-cs9oq 4 ай бұрын
ጅግና ወዲ ትግራይ ንበረልና።
@Alemaz-vi7on
@Alemaz-vi7on 4 ай бұрын
ዛኪ ጅግና ሰራሂ ቅያ እንኳእ ሐጎሰካ ብፆትካ ተኪእካ.
@user-do9gg4gs2z
@user-do9gg4gs2z 4 ай бұрын
Yessss
@YordiLove-fz5lx
@YordiLove-fz5lx 4 ай бұрын
ጀግና ሓውና ዛኪተይይይይ ኩራዓት ትግራይ##💊💊💊💊Tdf💋💋💋💊💊💊
@haftomdebeasy3749
@haftomdebeasy3749 4 ай бұрын
ጅግና ሓውና ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ቆራፅ ተጋዳላይ ጅግናና ❤❤❤❤❤
@DgSy-cu4xp
@DgSy-cu4xp 4 ай бұрын
ዕድመ ይሃብካ ወድነይ❤ምቃተልካዮ ንኣብዪ ፅቡቅ ነይሩ
@alemwgebrail5317
@alemwgebrail5317 4 ай бұрын
የኢስ በሃቂ ሰለ ዝተበገሰ ንኹለን መሰናክል ሃሊፍወን ጅግና ወዲ ትግራይ❤❤❤
@user-en6jb9lp5u
@user-en6jb9lp5u 4 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም ተረፍካ🙏🙏🙏
@zenatube1487
@zenatube1487 3 ай бұрын
ብጣዕሚ ጅግና
@user-el9gk6xj6b
@user-el9gk6xj6b 4 ай бұрын
Jegna🎉🎉❤❤
@AlemTigray-pc8yv
@AlemTigray-pc8yv 4 ай бұрын
እንካዕ ደስ በለካ ውላድካ ድማ እግዝኣብሔር የዕብየልካ
@gengeb5610
@gengeb5610 3 ай бұрын
Thank you Jesus you’re life❤️💪🏿🙏🏿
@arielasgedom3242
@arielasgedom3242 4 ай бұрын
I want to say that you are very handsome man. Be blessed, dear.
@user-jw7en2gt3l
@user-jw7en2gt3l 3 ай бұрын
ጀጋኑ ከመይ ጌርኩም ሰብ አድሒንኩም ረሳሓት ግን ረሲዖሞ
@alganeshberhe314
@alganeshberhe314 4 ай бұрын
ጅግና ናይ ትግርፓዋይ ጅግንነት ፍሉይ እዩ። እንካዕ ካብዚ ጅግና ህዝቢ ተፈጠርና እንካዕ ብሂወት ተረፍካ።❤❤❤
@tesigekassa3423
@tesigekassa3423 4 ай бұрын
አየወ ማዓንጣ ትበተኽ ጀግና ወዲ ትግራይ
@user-bg7et4eu2s
@user-bg7et4eu2s 4 ай бұрын
ዛኪ ቢፃይ ክልተ ዓመት ብሓደ ተቃሊሲና ጆግና መረሒና እዪ።
@user-tm9gu1zh1n
@user-tm9gu1zh1n 4 ай бұрын
ጅግና ተጋ. ዛኪ ሓደ ወርሒ ኣሰልጢኑና እዩ ገጠር ዓደዋ ከተማ ራህያ
@TGgf-vr1ly
@TGgf-vr1ly 4 ай бұрын
❣️❣️♥️👌👌👌
@DanhMcsb-yj2zj
@DanhMcsb-yj2zj 3 ай бұрын
እንኳዕ ናትናኮንካ ጅግና ጀጋኑ
@avielavi990
@avielavi990 4 ай бұрын
Heroic history thank you to all TDF members for defending to Tigraian people God bless you
@sesawha9301
@sesawha9301 4 ай бұрын
ጅግና ሓውና እንኳዕ ብሂወት ተሪፍካ ታሪክ ልምውጋዕ ኣብቃኣካ፤ እታ ወላዲትካ ምርኣይካ ዜረኸብካያ ምረቃስንቂ ኮይናትካ እያ።
@ህያብ
@ህያብ 4 ай бұрын
ጀጋኑ እኹም መግለፂ ዘይብሉ🥺💛♥️
@MehiraHadush1414
@MehiraHadush1414 4 ай бұрын
ጅግና ወዲ ህዝብ🙏🙏🙏 ❤❤❤💪💪💪💪
@abib4685
@abib4685 4 ай бұрын
እንካእ ናትና ኮንካ ጅግና ወዲትግራይ ❤💛💪🏾🥰
@loieakors2894
@loieakors2894 4 ай бұрын
እንካዕ ብሂወት ተረፍካ ጅግና😍😍😍
@stpual1
@stpual1 4 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።
@kingjo7100
@kingjo7100 4 ай бұрын
ዕድለኛ እንበር ምረቃ ኣደ🤔 ይገርም እዩ ትሪኦ ነገር ኣለካ ወዲ ሪመይ✌️
@thecash_4219
@thecash_4219 4 ай бұрын
አይጅግነ ትግራይ
@Wedigere-ij7fv
@Wedigere-ij7fv 4 ай бұрын
እንካዕ ብሂወት ተረፍኻ ብጣዕሚ ጅግና❤❤
@muzeyleul1813
@muzeyleul1813 4 ай бұрын
Kabzi kulu mekera enkae beslam wetsaka wedney ❤
@TadkanBrhana
@TadkanBrhana 4 ай бұрын
ጀጋኑና 💖💖💖
@NigusHaftu-xy2qd
@NigusHaftu-xy2qd 4 ай бұрын
ያቐንየልና ወዲ ራያ ቢኣካ ሕቡናት የና❤
@arielasgedom3242
@arielasgedom3242 4 ай бұрын
Congratulations, dear Zakarayas
@user-gv3kn8we9s
@user-gv3kn8we9s 4 ай бұрын
ጅግና ሓወይ❤❤❤❤❤
@letischsamuel7908
@letischsamuel7908 4 ай бұрын
ሰላም ን መንእሰይ ቀርኒ ኣፍሪቃ
@gideygebregzabher5269
@gideygebregzabher5269 4 ай бұрын
እንኳዕ ብሂወት ተረፍካ ሓወይ ናተይ
@user-fz2ul9ef3u
@user-fz2ul9ef3u 4 ай бұрын
jiganu ekum behaki 💪💪💪💪❤❤❤❤❤❤
@herilove7188
@herilove7188 4 ай бұрын
ጅግንነት ናይ ተጋደልትና ብቃላት ክግላፅ ኣይክእልን ክብሪ ንዓኩም❤❤❤🙏
@user-bc1sy9mh7m
@user-bc1sy9mh7m 4 ай бұрын
ጅግናና እንኳዕ ብሂወት ወፃእካ ❤️❤️💓💓💓❤️💓💓💓💓
@user-tb5jb8vn1d
@user-tb5jb8vn1d 4 ай бұрын
❤❤❤🎉🎉🎉
@user-wc3xm5us2x
@user-wc3xm5us2x 4 ай бұрын
ጀግና
@haddisGebreyesus
@haddisGebreyesus 4 ай бұрын
ማህፀን ኣዶ ትግራይ ክንደይናይ ብሉፅ ምኻኑ እዚ የርየካ። ካብ ኣላማይ ናብ ሞት ዘለዎ ውግእ ጠፊኡ ዝከድ ጅግና ትግራዋይ።
This Dumbbell Is Impossible To Lift!
01:00
Stokes Twins
Рет қаралды 35 МЛН
SPILLED CHOCKY MILK PRANK ON BROTHER 😂 #shorts
00:12
Savage Vlogs
Рет қаралды 50 МЛН
Nurse's Mission: Bringing Joy to Young Lives #shorts
00:17
Fabiosa Stories
Рет қаралды 3,7 МЛН
Running With Bigger And Bigger Feastables
00:17
MrBeast
Рет қаралды 163 МЛН
The Rise Of Aksum - History Of Africa With Zeinab Badawi [Episode 5]
44:49
BBC News Africa
Рет қаралды 1,5 МЛН
This Dumbbell Is Impossible To Lift!
01:00
Stokes Twins
Рет қаралды 35 МЛН