No video

Dnkuan Hagos - New Eritrean Orthodox tewahdo mezmur - ዲ/ን ሓየሎም - ከመስግነካ እየ - Aug 2020

  Рет қаралды 1,727,108

DNKUAN HAGOS / ድንኳን ሓጐስ /

DNKUAN HAGOS / ድንኳን ሓጐስ /

Күн бұрын

Пікірлер: 766
@kbromulemelaekt9922
@kbromulemelaekt9922 2 жыл бұрын
ከመስግነካ እየ ከመስግነካ እየ ተመስገን እንዳበልኩ ውሉድካ ክብሃል ኣነ ካብ በቃዕኩ ስለቲ ዝገበርካለይ ኩሉ ንዓይ ጎይታ ካብ ምስጋና ሓሊፈ የብለይን ዝኸፍሎ ውሬታ (2) ብዓይኒ ምሕረትካ ጠሚትካኒ ካብ ባቢሎን ናብ ከንኣን ፀዊዕካኒ ነቲ ረሳሕ ካባ ካባይ ኣሊኻዮ ዓይነይ ኣብሪህካለይ ምድሓንካ ክርእዮ እወወወወ........................ በቲ ክፉእ ፀያፍ ግብረይ ውን ከይፈረድካ ምሕረት ገበርካለይ ብፍቅሪ ርኢኻ እንታይ ኢለ እየ'ሞ ኣነ ከመስግነካ ክንገር ኣይክእልን ድንቂ እዩ ስራሕካ -------------------------- ከመስግነካ እየ ተመስገን እንዳበልኩ ውሉድካ ክብሃል ኣነ ካብ በቃዕኩ ስለቲ ዝገበርካለይ ኩሉ ንዓይ ጎይታ ካብ ምስጋና ሓሊፈ የብለይን ዝኸፍሎ ውሬታ ብዓይኒ ምሕረትካ ጠሚትካኒ ካብ ባቢሎን ናብ ከንኣን ፀዊዕካኒ ነቲ ረሳሕ ካባ ካባይ ኣሊኻዮ ዓይነይ ኣብሪህካለይ ምድሓንካ ክርእዮ ኣነ........................................ ዓቅሚ የብለይን ውዕለትካ ክገልፆ ፀጋኻ ኣብዝሓለይ ንልበይ ህነፆ ብማህሌት ውዳሴ ብፀሎት ቅዳሴ ኣብ መቅደስካ ቆይመ ፍቅርኻ ለቢሰ -------------------------- ከመስግነካ እየ ተመስገን እንዳበልኩ ውሉድካ ክብሃል ኣነ ካብ በቃዕኩ ስለቲ ዝገበርካለይ ኩሉ ንዓይ ጎይታ ካብ ምስጋና ሓሊፈ የብለይን ዝኸፍሎ ውሬታ ብዓይኒ ምሕረትካ ጠሚትካኒ ካብ ባቢሎን ናብ ከንኣን ፀዊዕካኒ ነቲ ረሳሕ ካባ ካባይ ኣሊኻዮ ዓይነይ ኣብሪህካለይ ምድሓንካ ክርእዮ ነቂለ ኣለኹ........................................ ንሓቂ ክምስክር ክስውእ ህይወተይ ከምቶም ዝሓለፉ ቅዱሳን ኣቦታተይ ናይዛ ዓለም ፍቅሪ ኩሉ ሓላፋይ እዩ ንዓይ ዝሕሸኒ ምሳኻ ምንባር እዩ --------------------------- ከመስግነካ እየ ተመስገን እንዳበልኩ ውሉድካ ክብሃል ኣነ ካብ በቃዕኩ ስለቲ ዝገበርካለይ ኩሉ ንዓይ ጎይታ ካብ ምስጋና ሓሊፈ የብለይን ዝኸፍሎ ውሬታ ብዓይኒ ምሕረትካ ጠሚትካኒ ካብ ባቢሎን ናብ ከንኣን ፀዊዕካኒ ነቲ ረሳሕ ካባ ካባይ ኣሊኻዮ ዓይነይ ኣብሪህካለይ ምድሓንካ ክርእዮ ንዓ........................................ ሓግዘኒ እምላኽ ጀሚረ ክፍፅም ኣብ ቤትካ ኣንብረኒ ክዓስለኒ ሰላም ከምቲ ዝፀዋዕካኒ ንዓይ ንባርያኻ ንድሕሪት ከይጥምት ሓልወኒ ኢኻ ------------------------- ከመስግነካ እየ ብዓይኒ ምሕረትካ ጠሚትካና ካብ ባቢሎን ናብ ከንኣን ፀዊዕካና ነቲ ረሳሕ ካባ ካባና ኣሊኻዮ ዕይንና ኣብሪህካልና ምድሓንካ ክንሪኦ እወወወወ....................................... ከመስግነካ እየ ተመስገን እንዳበልኩ ውሉድካ ክብሃል ኣነ ካብ በቃዕኩ ስለቲ ዝገበርካለይ ኩሉ ንዓይ ጎይታ ካብ ምስጋና ሓሊፈ የብለይን ዝኸፍሎ ውሬታ ስብሃት ለእግዚኣብሄር ወለወላዲቱ ድንግል ወለመስቀሉ ክቡር ኣሜን
@filmonfinu5240
@filmonfinu5240 4 жыл бұрын
*_ኣዕፅምቲ ዘጥልል ንልቢ ዘረስርስ መዝሙር፣ ንሓጥያትካ ቀስቂሱ ቀሳቂሱ የዘክረካ እሞ ትጭነቕ፣ በቲ ሓደ ከኣ ዘይውዳእ ምሕረት እግዚአብሔር የዘክረካ (የዘንትወልካ)። አምላከ ቅዱሳን ንልሳንኩም ቀቢኡ ነዚ ቅዱስ ዝኾነ ቃል ንክትዝምሩ ዘብቅዓኩም ይመስገን። ቃለ ሂወት የስምዓልና።_*
@siemsamy6825
@siemsamy6825 4 жыл бұрын
Hhu
@siemsamy6825
@siemsamy6825 4 жыл бұрын
M
@siemsamy6825
@siemsamy6825 4 жыл бұрын
*uu&hhjpnh,
@siemsamy6825
@siemsamy6825 4 жыл бұрын
,
@siemsamy6825
@siemsamy6825 4 жыл бұрын
Pco
@nebyathagos1614
@nebyathagos1614 3 жыл бұрын
በስመአብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሃዱ አምላክ አሜን *ከመስግነካ ኢየ* ከመስግነካ'የ ተመስገን እንዳ'በልኲ፡ ውሉድካ ክብሃል ኣነ ካብ በቓዕኲ፤ ስለቲ ዝገበርካለይ ኩሉ ናዓይ ጎይታ፡ ካብ ምስጋና ሓሊፈ የብለይን ዝኸፍሎ ውሬታ። ብዓይኒ ምሕረትካ ጠሚትካኒ፡ ካብ ባቢሎን ናብ ከንኣን ጸዊዕካኒ፤ ነቲ ረሳሕ ካባ ካባይ ኣሊኻዮ፡ ዓይነይ ኣብሪህካለይ ምድሓንካ ክርእዮ። በቲ ክፉእ ጽያፍ ግብረይ'ውን ከይፈረድካ፡ ምሕረት ገበርካለይ ብፍቕሪ ሪኢኻ፤ እንታይ ኢለየሞ ኣነ ከመስግነካ፡ ክንገር ኣይክእልን ድንቂ'ዩ ስራሕካ። ብዓይኒ ምሕረትካ ጠሚትካኒ፡ ካብ ባቢሎን ናብ ከንኣን ጸዊዕካኒ፤ ነቲ ረሳሕ ካባ ካባይ ኣሊኻዮ፡ ዓይነይ ኣብሪህካለይ ምድሓንካ ክርእዮ። ኣነ……! ዓቕሚ የብለይን ውዕለትካ ክገልጾ፡ ጸጋኻ ኣብዝሓለይ ንልበይ ህነጾ፤ ብማኅሌት ውዳሴ ብጸሎት ቅዳሴ፡ ኣብ መቕደስካ ቆይመ ፍቕርኻ ለቢሰ፡፡ ብዓይኒ ምሕረትካ ጠሚትካኒ፡ ካብ ባቢሎን ናብ ከንኣን ጸዊዕካኒ፤ ነቲ ረሳሕ ካባ ካባይ ኣሊኻዮ፡ ዓይነይ ኣብሪህካለይ ምድሓንካ ክርእዮ። ነቒለ'ለዂ…………! ንሓቂ ክምስክር ክስውእ ሕይወተይ፡ ከምቶም ዝሓለፉ ቅዱሳን ኣቦታተይ፤ ናይዛ ዓለም ፍቕሪ ኩሉ ሓላፋይ ኢዩ፡ ንዓይ ዝሕሸኒ ምሳኻ ምንባር'ዩ። ብዓይኒ ምሕረትካ ጠሚትካኒ፡ ካብ ባቢሎን ናብ ከንኣን ጸዊዕካኒ፤ ነቲ ረሳሕ ካባ ካባይ ኣሊኻዮ፡ ዓይነይ ኣብሪህካለይ ምድሓንካ ክርእዮ። ንዓይ……! ሓግዘኒ ኣምላኽ ጀሚረ ክፍጽም፡ ኣብ ቤትካ ኣንብረኒ ክዓስለኒ ሰላም፤ ከምቲ ዝጸዋዕካኒ ንዓይ ንባርያኻ፡ ንድሕሪት ከይጥምት ሓልወኒ ኢኻ። ከመስግነካ'የ………! ብዓይኒ ምሕረትካ ጠሚትካና፡ ካብ ባቢሎን ናብ ከንኣን ጸዊዕካና፤ ነቲ ረሳሕ ካባ ካባና ኣልጊስካዮ፡ ዓይንና ኣብሪሂካልና ምድሓንካ ክንሪኦ። እወ………………! ወስብሓት ለእግዚአብሔር ወለወላዲቱ ድንግል ወለመስቀሉ ክቡር አሜን ኣሜን ኣሜን።
@fiyorite4
@fiyorite4 3 жыл бұрын
Å
@afomdebas3870
@afomdebas3870 Жыл бұрын
Klop😊
@dmontimeokbu2386
@dmontimeokbu2386 2 жыл бұрын
My favorite mezmur I can’t stop to listen 👂 this mezmur my God bless to all guys
@adhanomteumzgi4097
@adhanomteumzgi4097 3 жыл бұрын
ተባረክ ዲያቆን ሓወይ ናተይ ናይ ብሓቂ ኣዕጽምቲ ዘጥልል ኣምላክ ኣብቲ ዝለዓለ መዓርገ ክህነት ክብ የብልካ
@inspirationofnature8197
@inspirationofnature8197 3 жыл бұрын
ከመስግነካየ ተመስገን 'ናበልኩ ውሉድካ ክበሃል ኣነ ካብ በቃዕኩ ስለ'ቲ ዝገበርካለይ ኩሉ ነዓይ ጎይታ ካብ ምስጋና ሓሊፈ የብለይን ዝኸፍሎ ውሬታ ። (x 2) ብዓይኒ ምሕረትካ ጠሚትካኒ ካብ ባቢሎን ናብ ከነኣን ጸዊዕካኒ ነቲ ረሳሕ ካባ ካባይ ኣሊኻዮ ዓይነይ ኣብሪህካለይ ምድሓንካ ክርእዮ፥ እወወ....በቲ ክፉእ ጽያፍ ግብረይ 'ውን ከይፈረድካ፥ ምሕረት ከበርካለይ ብፍቕሪ ርኢኻ፥ እንታይ ኢለ እየ'ሞ ኣነ ከመስግነካ፥ ክንገር ኣይክእልን ድንቂ'ዩ ስራሕካ፥ ኣዝ.. ተመስገን 'ናበልኩ ..... ብዓይኒ ምሕረትካ ጠሚትካኒ.... ዓቕሚ የብለይን ውዕለትካ ክገልጾ፥ ጸጋኻ ኣብዘሓለይ ንልበይ ህነጾ፤ ብማህሌት ውድሴ ብጸሎት ቅድሴ፥ ኣብ መቕደስካ ኮይነ ፍቕርኻ ለቢሰ፥ ኣዝ.. ከመስግነካ'የ ተመገን 'ናበልኩ.. ብዓኒ ምሕረትካ ጠሚትካኒ... ነቒለ'ለኹ ንሓቂ ክምስክር ክስውእ ሂወተይ፥ ከምቶም ዝሓለፉ ቅሳን ኣቦታተይ፥ ናይዛ ዓለም ፍቕሪ ኩሉ ሓላፋይ'ዩ፥ ንዓይ ዝሕሸኒ ምሳኻ ምንባር'ዩ፥ ኣዝ... ከመስግነካየ ተመስገን 'ናበልኩ.. ብዓይኒ ምሕረትካ ጠሚትካኒ... ንዓዓዓ.. ሓግዘኒ ኣምላኽ ጀሚረ ክፍጽም፥ ኣብ ቤትካ ኣንብረኒ ክዓስለኒ ሰላም፥ ከምቲ ዝጸዋዕካኒ ንዓይ ንባርያኻ፥ ንድሕሪት ከይጥምት ሓልወኒ ኢኻ፥ ኣዝ.. ከምስግነካየ ተመስገን 'ናበልኩ.. ብዓይኒ ምሕረትካ ጠሚትካ *(ና)..* ኣዝ... እወወ...ከመስግነካየ ተመስገን 'ናበልኩ...
@fevenfetwiberhe2926
@fevenfetwiberhe2926 3 жыл бұрын
@@inspirationofnature8197 kJ
@bietmezmurtewahdo3838
@bietmezmurtewahdo3838 3 жыл бұрын
እግዚኣሄር ጸጋ የብዝሓልኩም ብታዕሚ ጥዑም ዝማሬ
@asmirghebrit8489
@asmirghebrit8489 3 жыл бұрын
Q
@tsgemeqsen7865
@tsgemeqsen7865 2 жыл бұрын
@@asmirghebrit8489 aseyyyyyyyy batam mazaar agzabar Hhalak
@user-rj9fw5cz7q
@user-rj9fw5cz7q 3 жыл бұрын
ከመስግነካ'የ ተመስገን እንዳበልኩ ውሉድካ ክበሃል ኣነ ካብ በቃዕኩ ስለቲ ዝገበርካለይ ኩሉ ንዓይ ጎይታ ካብ ምስጋና ሓሊፈ የብለይን ዝኸፍሎ ውሬታ /2/እልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ፀጋኡ ያብዘሐልካ አሜን ተመሰገን ጎይታይ
@selamsalam1590
@selamsalam1590 3 жыл бұрын
ከመስግነካ'የ ተመስገን እንዳበልኩ እልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ኣሕዋተይ ቅድስተ ቅዱሳን ኣደ ኣምላኽ ትሓልኹም ❤🙏🙏🙏🌹
@yerubbealkoynusmey9158
@yerubbealkoynusmey9158 4 жыл бұрын
ኣዕጽምቲ ዘጥልል ንልቢ ዘረስርስ መዝሙር ኣምላክ ቅዱሳን ንልሳንኩም ቀቢኡ ነዚ ቅዱስ ዝክነ ቃል ንክትዝምሩ ዘብቅዓኩም ይመስገን። ቃል ሂውት የስማዓልና
@miletwalday8733
@miletwalday8733 11 ай бұрын
I4
@solianakahsay8552
@solianakahsay8552 Жыл бұрын
እዛ መዝሙር እዚኣ ሰሚዐ ከይነባዕኩ ዝሓለፍኩዋ ማዓልቲ የልቦን😭😭😭😭 እቲ ኩሉ ሓጥያታተይ ተዘክረኒ ኣዝየ ንኽጭነቕ ትገብረኒ ጭንቕ ፅብብ ፅልምት ይብለኒ ኩሉ ግብርታተይ ካብ ናብ ኣምላኽ ናብ ዲያብሎስ ዝቐረበ ኮይኑ ይፀንሓኒ ሕርቕቕቕቕ ይብል💔😭 ዳሓር ካዓ ቁሩብ ትድብሰኒ እቲ ዘይውዳኣ ምሕረት ኣምላኽ ካዓ ተዘክረኒ🙏 ሰማይን ምድርን ዝዘርገሐ፣ ሰማይን ምድርን ብዘይ ዓምዲ በቲ ፅኑዕ ቃልኪዳኑ ዘቖመ እንኮ ፈጣሪናን መድሃኒናት እየሱስ ክርስቶስ ይመስገን🙏🙏🙏 ጎይታየ ናብ መንገድኻ ክምለስ ሓግዘኒ 🙏😭😭😭😭
@user-br5ts3jp7v
@user-br5ts3jp7v Жыл бұрын
ሰምዕ ዘይመንዋ መዝሙር ፀግኡ የብዘሐልካ ክብር ሓዉና እግዚአብሔር አምላክ 👏
@hani6817
@hani6817 Жыл бұрын
ከመስግነካ አየ ተመስገን ናበልኩ ብሓቂ ተመስገን ኣምላክ ዝማሬ መለአክቲ የስመዐና ጸግኡ የብዘሐልካ ክቡር ሓውና🙏💚🥰
@fertunahagos2005
@fertunahagos2005 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዓልና በሓቂ ልቢ ዘረስርስ መዝሙር ምስጋና እዩ እግዚኣቢሄር ናይ ኣገልግሎት ዕድሜኹም ይባርኽ⛪💒🙏🙏🙏
@lme5630
@lme5630 2 жыл бұрын
ብሓቂ ሰሚዔ ምጽጋባ ሲኢነ አዛ ሙዝሙር ምስህዱእ ድምጺ ምስ መጻናንዒ ቃል ኣምላክ ዘይትምኖ መዝሙር ናይ ዘመን ኣጎልግሎትካ ይባረክ ይቀደስ ዝሓወይ ኣሜን
@user-xb7lq4rc5v
@user-xb7lq4rc5v 2 жыл бұрын
ቅዱስ አግዚኣብኄር ኣምላኽና ክብሪ ይኹኖ ነዓኹም ድማ ናይ ኣጎልጉሎት ዘመንኩም ይባርኽ!
@KokiloveKokilove-iq5nd
@KokiloveKokilove-iq5nd 4 ай бұрын
እግዚኣቤሄር ኣምላክ ጸጋ የብዝሓልኩም ዲያቆን ሓወይ🙏🙏🙏
@Senaitande1990
@Senaitande1990 3 жыл бұрын
My favorite Mezmur god bless you guys 🙏🏽🙏🏽🙏🏽
@filimonweldu980
@filimonweldu980 3 жыл бұрын
ኣሜን ዝማረ መላእክት የስመዓልና የሕዋትና እግዚኣብሄር ኣምላክ ጸጋኡ የብዝሓኩም ንዓና ድማ ከምዚ ናትኩም ክነመስግን የናቃቅሓና
@geni581
@geni581 Жыл бұрын
ንልቢ ዘረስርስ መዝሙር🙏 ቃለ ህይወት የስመዐልና ___ከመስግነካየ ተመስገን ናበልኩ ____ውልድካ ክባሃል ካበቃዕኩ😢
@fereselamazmera2017
@fereselamazmera2017 3 жыл бұрын
Amen amen amen ዝማረ መላአክቲ የስመአልና ኩቡራት ማህበረይ ኣምላከ ቁዱሳን ምሳኩም ይኩን ኣጆካ ዲያቆን ሓወይ ካኣ።
@asmeromnugusse1350
@asmeromnugusse1350 2 жыл бұрын
ከመስግኖ ኢየ ተመስገንካ ጎይታይ ፈኣጣሪ ክብሪን ምስጋናን ይኹን ንፋጣሪ
@user-sl8de8nh3p
@user-sl8de8nh3p Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የሰመዐልና🙏🙏🙏
@goitomemha3214
@goitomemha3214 3 жыл бұрын
ብጣዕሚ ጥዕምቲ መዝሙር ደስ ተብል ንሂወት ትበለልና ኣሜን
@She36
@She36 3 жыл бұрын
ጸግኡ ይብዝሃልኩም ዝማረመላእክት ይስመዓልና ደስዝብል መዝሙር በሃቂ ኣሕዋትና
@tedrosmengistab437
@tedrosmengistab437 3 жыл бұрын
ź jhbxbà
@weynimezge9041
@weynimezge9041 4 жыл бұрын
ሓየሎም ሓወይ ጻጋ ኣብ ልዕሊ ጻጋ ይወስካ ዝሓወይ ቃል ሂወት የስማልና እግዝኣቢሄር ይክበር ይመስገን ኣሜን
@user-kf1xp8dg5e
@user-kf1xp8dg5e 2 жыл бұрын
አሰይይይይይይይይይ እልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ከቡር ሓወና🤲🤲🤲🙏🙏🙏
@tslatsoony6869
@tslatsoony6869 4 жыл бұрын
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና መዝሙር ተዋህዶ እዚ እዩ ደቅታ ምጭውትን ቅንዕትን ኦርቶዶክስ ዝኾንኩም የሕዋተይ ድንግል ማርያም ምስ ፉቁር ወዳ ትባርኹም
@betelbmnegash9777
@betelbmnegash9777 2 жыл бұрын
Amenn
@hdbhxh1895
@hdbhxh1895 3 жыл бұрын
እልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ፀጋኡ ያብዘሐልካ አሜን ተመሰገን ጎይታይ
@user-yh3ot1jm7v
@user-yh3ot1jm7v 3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት ዝማሬ መላእክቲ የስማዓልና ጸግኡ የብዝሐልኩም ❤️
@mbraksolomon966
@mbraksolomon966 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት ዝማሬ መላእኽቲ የስማዓልና ጸግኡ የብዝሐልኩም ፣🌹💞❤
@hermontesfalem2386
@hermontesfalem2386 3 жыл бұрын
ድያቆን ሓዮሎም ኣማላኽ ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ይሃብካ ድያቆነይ ናይ ብሓቂ ነዕጽምቲ ዘጥልል ንልቢ ዝሕጉስ ኣምላኽ ይሃበልና
@azmerasyum3257
@azmerasyum3257 Жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ኩሉ ግዜ ምስጋኑ ይብዙሕ 👏👏👏👏👏👏👏👏👏
@salamkahsay8143
@salamkahsay8143 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስማዓልና ፈጣሪ ነቲ ክፉእ ግብርና ሓዲጉ ምሕረቱ ይልኣኸልና ኣሜን🙏🙏🙏
@melkamutewelde9615
@melkamutewelde9615 3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላኣክት የስመዐልና ብሓቂ ደስ ዝብል መዝሙር እግዚአብሔር ፀግኡ የብዘሐልኩም
@tesfahanszeresenay5492
@tesfahanszeresenay5492 2 жыл бұрын
.p
@Fnotebrhan5417
@Fnotebrhan5417 3 жыл бұрын
ኣሰይይይይይይይ ዕልልልልልልልልልልልልል ዝማረ መልእክቲ የስማዓልና ፍቁራት የሕዋት ጸጉኡ የብዛሓልኩም ብምሕረቱ ንዝጠመተና እግዚአብሔር ኣምላክና ክብርን ምስጋናን ይብጻሓዮ
@user-pn7vu2pk4i
@user-pn7vu2pk4i 2 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ፀግኡን በረከቱን የብዘሐልካ ክቡር ሓውና እግዚአብሔር አምላክ አሜን፫
@lunatekie7375
@lunatekie7375 Жыл бұрын
እንታይ ኢለ ክገልጾ ቃላት እየ ዝስእነላ ነዛ መዝሙር! በቃ ነዓና ንሓጥያተኛታት ደቁ ዝህበና ምሕረት! O My God! ከመስግነካየ ተመስገን እናበልኩ ዉሉድካ ክብሃል ኣነ ካብ በቃዕኩ ስለቲ ዝገበርካለይ ኩሉ ንዓይ ጎይታ ካብ ምስጋና ሓሊፈ የብለይን ዝከፍሎ ዉሬታ። Uffff I Love it
@nebyathagos1614
@nebyathagos1614 3 жыл бұрын
ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላእክት የስመዓልና እግዚኣቢሄር ዝማሬኹም የቀበለልኩም ኣምላክ ናይ ጎልጉሎት ዘመንኩም ያባርኽ ዞም ኣሕዋተይ
@merhawitmt2319
@merhawitmt2319 3 жыл бұрын
Kale hiwet yesmalna diyakon Hayelom. Btaemi tum dmtsi aleka bejaka bzuh zemrelna. Temesgen. Fkri amlak mskuluna ykun.
@user-bc5ib2yr4o
@user-bc5ib2yr4o Ай бұрын
ከመስገነኻ እየ ተመስገን እንዳበልኹ ልብኻ ዘረስርስ መዝሙር ብሓቂ ኽብርን ምስጋናን ንልኡል እግዝኣብሔር ጸግኡ የብዘሐልኻ ዲቁ ሓየሎም (ንኹሉኹም )🎉ጸግኡ የብዘሐልኹም ኣቤት ድምጺ ትዕድልቲ🎉🎉🎉🎉 ዝማሬ መላእኽት የስመዐልና ደጋግመ ኽወጽእ ኽኣቱ ይሰምዓ👏😍👏😍👏😍✉️👌ቀጽለሉ🎉🎉🎉❤❤
@tsegaabraha1428
@tsegaabraha1428 3 жыл бұрын
Amen amen amen zmare melaekt yesmealna 👏👏👏👏💒💒💒🕊🕊🕊
@merrywesango7805
@merrywesango7805 4 жыл бұрын
Egziabhier xegue yebzh zmare melaekti yesmealna deaconey!!!
@hayelomaraya6410
@hayelomaraya6410 4 жыл бұрын
ኣሜን
@habtomnega9777
@habtomnega9777 3 жыл бұрын
@@hayelomaraya6410 ኢክክልልልክክክክልልክክክክክክክክልልን
@habtomnega9777
@habtomnega9777 3 жыл бұрын
ቅቅኅጅኅህ
@tsegagerensea6904
@tsegagerensea6904 3 жыл бұрын
ኣሰይይይይይ አልልልልልልልልልልልል ኣሜን ((((3)))) ዝማረ መላክቲ የስምዓና ቡሩካት፡የሕዋተይ አግዛኣቢሄር ኣምልክና ናይ፡ኣጎልጉሎት ዘመንኩም ይባርከልኩም
@tsegaabraha9423
@tsegaabraha9423 2 жыл бұрын
Semieka zey xgebmezmur egzeabiher xegeu yebzhalka fetation 👏👏👏
@dianayemane7680
@dianayemane7680 3 жыл бұрын
ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና ዲያቆን ሓውና እግዝኣብሔር ጸግኡ የብዝሓልኩም🙏🙏🙏
@adhanommogos2730
@adhanommogos2730 Жыл бұрын
Amen amen amen 🙏🙏🙏 Kale hiwet yesmalna kibur hawuna 😘👍
@merhawihailehadush3507
@merhawihailehadush3507 4 жыл бұрын
Wow ደስ ዝብል መዝሙር ዝማረ መላእክት የስመዓልና
@MisgnaBeyene
@MisgnaBeyene Ай бұрын
ZMY D Hayelom Hawey Beal Tioum Dmxi Sefih Edu !!! Amlak Edmen Tienan Hibu Nay Ageglotka Zemen Ybark !
@user-jk5ib6uz5w
@user-jk5ib6uz5w 9 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ተመስገን ኣምላክ ክብርን ምስጋናን ነቲ ሙሕረቱ ዘይዉዳእ ኣምላክ
@EN-Hakkore-6
@EN-Hakkore-6 7 ай бұрын
ኣሜን ክብረት ይሃበለይ
@Genet398
@Genet398 Жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክቡር መዘምር ሓውና ምስጋናካ ይብዛሕ
@tiebegirmay8523
@tiebegirmay8523 2 жыл бұрын
ኣሜን (3) ዝማሪ መልእክቲ የስምዓና ፍጽም ሰሚዐ ዘይጸግባ መዝሙር።
@efardav2102
@efardav2102 3 жыл бұрын
Kale hiwet yesmalna diakon hawey nay agolgulot zemenka ybarek hiwetey zkeyret mezmur kem seyti lot dhrit nkeytmit tesfa zkonetni mezmur kemsgneka eye temesgen ena belku AMEN AMEN amen
@user-hm2wq8qp2w
@user-hm2wq8qp2w 2 жыл бұрын
አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የሰመዐና 👏👏✝️✝️✝️
@user-pr4ru6do8z
@user-pr4ru6do8z 4 жыл бұрын
ኣዕጽምቲ ዘጥልል መዝሙር ዝማረ መላክቲ የስማዓልና ጸጋ ኣብርእሲ ጸጋ ይወስኩም መድሃኒኣለም ኣቦይ
@hayelomaraya6410
@hayelomaraya6410 4 жыл бұрын
ኣሜን
@ezkes1419
@ezkes1419 3 жыл бұрын
ኣሜን(3) ዝማሬ መላእክቲ ይስምዓልና ናይ ኣጎልጎሎት ዘመንኩም ይባርክ
@mu5gyu266
@mu5gyu266 2 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን አሜን
@zantatisdetenja
@zantatisdetenja Жыл бұрын
M 😂😂ja 8😮
@peaceisalwaysgood450
@peaceisalwaysgood450 Жыл бұрын
እግዚአብሔር ኣምላክ ይባርክኹም ኣሕዋተይ ኣዝያ ጽብቅቲ መዝሙር ኣዳሊኹምልና 🙏
@raheltesfay4506
@raheltesfay4506 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen btami des zebl mezmur. Lbka ttnkf. Tsegu ybzhalka
@berihahagos4966
@berihahagos4966 4 жыл бұрын
Deki xyoney amlak xegu yebzhalkum betami tiemti mezmur zmare melakt yesmealna yhwatey ftwateyy❤️❤️❤️❤️
@rdfffegfr6136
@rdfffegfr6136 3 жыл бұрын
አዕፅምቲ ዘጥልል ንነብሲ ዝሰርፅ ንስጋ ዝቅስቅስ ንሓጥያትካ ዝነግር በሓቂ ሓውና ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጋ አብ ልዕሊ ፀጋ ያዓድልካ አምላኽ
@jossxaeda3641
@jossxaeda3641 3 жыл бұрын
Amennnn qale hiwet yesemeana xelalu yenebereleka🙏🙏🙏
@godislove3811
@godislove3811 3 жыл бұрын
ኣሰይ ዝማሬ መላእክት የስምዓልና፣ ብጣዕሚ ደስ ትብል መዝሙር።
@bsma5807
@bsma5807 2 жыл бұрын
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀግኡ በረከቱ የብዝሓልኩም እግዚአብሔር አምላክ ክቡራት ኣሕዋትይ በረከትኩም ይሕደረና
@musearayagaltigray8682
@musearayagaltigray8682 2 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ዕልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ኣሰይይይይ ደስስስ ትብል መዝሙር ጸጉኡ የብዝሓልኩም ናይ አገልግሎት ዘመንኩም ይባረኽ
@Eritrean.flower
@Eritrean.flower 3 жыл бұрын
Kemesgnka eye temesgen enda belku wulduka kibehal kab beqaoku 🙏🙏🙏🙏⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪🥰🥰🥰🥰🥰😍😍😍😍
@kahsaihaile6285
@kahsaihaile6285 4 жыл бұрын
ቃል ሕይወት የስመዓልና።እግዚኣብሔር ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርኽ ኣሕዋት።
@kuidusMekial12
@kuidusMekial12 4 жыл бұрын
kak hewat yesmalna egzbhier nay agolgultka zemen yebrkelka za haway maray
@hayelomaraya6410
@hayelomaraya6410 4 жыл бұрын
ኣሜን
@SelamTesfay13
@SelamTesfay13 3 жыл бұрын
my favorite mezmurI can't stop listening Zmare malkti yesmealina Amlak Xega yebzhi Yehwatey 🙏❤️
@selamlove565
@selamlove565 3 жыл бұрын
*⛪በስመአብ በወልድ በመንፈስ ቅድስ ኣሃድ ኣምላኽ*_ *>>1ይ ኣዝማች
@adhanomwerasi7836
@adhanomwerasi7836 4 жыл бұрын
ብጣም ጽቡቅ መዝሙር የሕዋት ኣምላክ ጸጉ የብዝሕ
@hayelomaraya6410
@hayelomaraya6410 4 жыл бұрын
ኣሜን
@gebrekidanyonas3107
@gebrekidanyonas3107 3 жыл бұрын
ዝማሬ መላኣክቲ የስማለን እግዛቢሄር ጸጉኡ ይብዝሓልኩም ኣልፋን ኦሜጋን ዝኮነ ኣምልክና ንዘላለም ይመስገን ይክበር
@user-rh7jg8qm5i
@user-rh7jg8qm5i 2 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ደስ ዝብል መዝሙር እየ ቃል ሂወት የስመዐልና🙏🙏🙏🙏💒💒💒❤❤❤❤
@abrahamghilamicael3537
@abrahamghilamicael3537 3 жыл бұрын
Zamre mlaket ysmen amlk xagu ybzhlekum edem yhbekum amlk amennn
@merhawiteklehaymanot2871
@merhawiteklehaymanot2871 2 жыл бұрын
Amen Amen Amen zmarye melakti yesmealna
@filimonhayle8368
@filimonhayle8368 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማርየ ምልኣክቲ የስምዓልና ኣሕዋት ኣምላክ ናይ ኣጎልግሎት ዘበንኩም ይባርክ❤❤❤🙏🙏🙏💒💒💒⛪⛪⛪🏥🏥🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@senaittekle677
@senaittekle677 3 жыл бұрын
Ellllllllllllll Ellllllllllll zemare melakti yesmelna xegu yebzhelka diyakon hawey🙏🙏🙏🙏
@semereykealo4178
@semereykealo4178 3 жыл бұрын
ኣሰይይይይይይይይይይ ጥዕምቲ መዝሙር ናይ በሓቂ ዝሓወይ ጥዕምቲ መዝሙር
@Selam-zi8qy
@Selam-zi8qy 9 ай бұрын
ሓጥያትካን 😢ምሕረት ፈጣሪ❤ ተዘክር መዝሙር ፀጉኡ የብዘሐልኩም
@EN-Hakkore-6
@EN-Hakkore-6 7 ай бұрын
ኣሜን ክብረት ይሃበለይ
@smrettesfamariam4923
@smrettesfamariam4923 3 жыл бұрын
Amen amen amen zmarie meĺakti yesmana tium dmxin mezmur
@elensemere6817
@elensemere6817 3 жыл бұрын
zmare melaekti yesmealna brukat yehwatna xega amlak msakum yken
@biniamkuwaja2008
@biniamkuwaja2008 3 жыл бұрын
Aseyyyy Des zebel Mezmur D Hawey So Amlek Zemare Melakti Yesmalna Zhawey
@yruruhdhdhd4708
@yruruhdhdhd4708 4 жыл бұрын
ዝማረ መላኤኽቲ የስምዓልና
@user-kn7wy6ib9q
@user-kn7wy6ib9q 2 жыл бұрын
እልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት ያሰመዐልና ፀጋኡ ያብዘሐልኻ አሜን 👏🌺✝️
@ghfh2308
@ghfh2308 Жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክቲ ይስመዐና🙏🙏
@haymanoteabew9789
@haymanoteabew9789 3 жыл бұрын
God bless you Dyaqon hawey zmarie melaekt yesmealna
@XegeAsefawi-it4ww
@XegeAsefawi-it4ww 8 ай бұрын
ዝማሬ መለእክቲ የስምዓልና
@EN-Hakkore-6
@EN-Hakkore-6 7 ай бұрын
ኣሜን
@teklehaimanotmekonen7363
@teklehaimanotmekonen7363 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen! Zmare melaekti yesmealna, egziabher amlak zeywdae xega ab lieli xega yiadlkum, nezi lbka zeresrs mezmur zesmeakumna! wetru bezi kudus kal n egziabher kemesgn eske ab xolotkum hagzuni yehwatey! kemakum kkewn bzuh eye zkenie, gn ybges emo bbzuh nayza alem tesahibe kea yitefie memelise, entay kemzgebr kea ychinek! amlak abotatna yrdeani, dngl mariam wn beamaladneta tdegfeni, netom kemzi kemay zkonkum yehwatey wn kemeu!! Amen Amen Amen! bejakum yehwatey ab xolotkum degfuni, endie meas tebie kemzbges tefieni, euffff
@user-ej6sy1zz6i
@user-ej6sy1zz6i Жыл бұрын
ስለቲ ኩሉነገር ፈጣሪ ይመስገን ኣሜን❤❤❤❤❤
@mhrettesfamichael7762
@mhrettesfamichael7762 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላእክቲ የስማልና ድያኮን ሃውና ካ ጸጋኡ የብዝሃልካ ፈጣሪ
@ramosramos963
@ramosramos963 3 жыл бұрын
Amen zmarie meleakti yesmalna xega yebzehalkum
@tsegimurutsie3982
@tsegimurutsie3982 2 жыл бұрын
እግዚኣብሄር ይመስገን ደስ ዝብል መዝሙር ዝማሬመላእኽቲ ያስመዐልና ኣሜን
@user-gl1jv6uk8d
@user-gl1jv6uk8d 3 жыл бұрын
ዝማሬ መላእክት የሰመዐልን እግዚአብሔር ጸጋ የብዘሐልካ
@shewitbrhane8194
@shewitbrhane8194 3 жыл бұрын
Amennn Amennn Amennn zmare melaekti yesmealna Egziabher Amlak nay agelglot edmekum ybarkn ykedsn Aezizu dma ybarkkum 🙏💒❤😇💒❤🙏 Sleti kulu neger zgeberelna Leul Egziabher Amlak nzelalem ykber ymesgen 💒🙏💒
@eyerusalemgaltewahdo3938
@eyerusalemgaltewahdo3938 3 жыл бұрын
እልልልልልልል ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ክቡር ሓዉና ፀግኡ የብዘሐልካ ክንደይ ይጥዕም ህድእ ዝበለ ልቢ ዘረስርስ መዝሙር ንዚ ክሰምዕ ዝፈቀድካለይ ኣምላኽ ተመስገን 🙏✝️
@alemhaile4968
@alemhaile4968 Жыл бұрын
እልልልልልል እልልልልልልል ዝማሬ መላእኽቲ የስመዓልና 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@timnittesfu2583
@timnittesfu2583 4 жыл бұрын
Amen zemari melakti yesmalna nay edme zemnkum ybarkelkum ezgbher amlak xega ab leali tsega yadlkum Ajokum Ajokum bruk ahwat
@hayelomaraya6410
@hayelomaraya6410 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን
@user-wt7fn6qb2z
@user-wt7fn6qb2z 2 жыл бұрын
ዝማሬ መልአክቲ የሰመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ
@daniwedieri741
@daniwedieri741 2 жыл бұрын
Zemarye melakt yesmalna ezgabher tesgu yebzahalkum yhwatey❤🙏
@zahraa8192
@zahraa8192 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የሰመዐና💒💒💒💒💒💒💒💒🏛⛪️⛪️⛪️⛪️⛪️⛪️⛪️⛪️⛪️⛪️⛪️⛪️⛪️⛪️
@helenbaryagabr669
@helenbaryagabr669 2 жыл бұрын
ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ድያቆን ሓወይ ኣምላኽ ናይ ኣጎልጉለት ዘበንካ ይባርኽ የዕጽምቲ ዘለስልስ ሕልና ዝቅስቅስ መዝሙር ተባረኽ
@hailemehari4107
@hailemehari4107 2 жыл бұрын
ዝማሬ ቅ/መላእክት የስምዓልና ድያቆን ሓወየ
@almazfsha6660
@almazfsha6660 Жыл бұрын
Amen amen amen 🙏🙏🙏❤️❤️❤️ ✝️🕯️ zemare milakt yesmalna Kibur hawna Egzabhr Xegiu yebzhalka 🙏❤️
@user-sd8fw7ll9r
@user-sd8fw7ll9r Жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ፅጉኡ በረኩቱ የብዘሐልካ ክቡር ሓወና👏♥💒
@wediandaywedianday6575
@wediandaywedianday6575 Жыл бұрын
Amen Amen Amen zemare melaket yesmalna ❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏
@selomuntesfamariam1046
@selomuntesfamariam1046 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላኣእክት የስመዓልና ኣምላክ ጸገኡ የብዝሓልካ ብጣዕሚ ኣናቃቃሒት መዝሙር ብጽቡቅ ውን ዝተኣልየት እግዚኣብሄር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
@freweynihaile4708
@freweynihaile4708 3 жыл бұрын
ዕልልልልልልልልልልልልል ኣሰይ ሂወት ዝህብ መዝሙር እግዚኣብሄር ኣምላክ ናይ ኣገልግሎትኩም ዘመን ይባርኮ።👼
لااا! هذه البرتقالة مزعجة جدًا #قصير
00:15
One More Arabic
Рет қаралды 50 МЛН
A little girl was shy at her first ballet lesson #shorts
00:35
Fabiosa Animated
Рет қаралды 21 МЛН
Schoolboy - Часть 2
00:12
⚡️КАН АНДРЕЙ⚡️
Рет қаралды 17 МЛН
World’s Largest Jello Pool
01:00
Mark Rober
Рет қаралды 127 МЛН
New Eritrean Orthodox mezmur 2018 - bzey biaka men aloni - ብዘይ ብኣኻ መን ኣሎኒ
6:53
DNKUAN HAGOS / ድንኳን ሓጐስ /
Рет қаралды 2,8 МЛН
NEW ERITREAN ORTHODOX MEZMUR ( AUGUST 2017 )  / ብልጽቲ ህያብ / bilxti hiyab
6:14
DNKUAN HAGOS / ድንኳን ሓጐስ /
Рет қаралды 2,9 МЛН
ዘክረኒ~Zekreni~By Zemari Henok Fikadu~New Eritrean Orthodox Tewahdo Mezmur 2021
5:48
መዝሙር ‘ዩ ህይወተይ Mezmur yu Hiwetey
Рет қаралды 3,8 МЛН
لااا! هذه البرتقالة مزعجة جدًا #قصير
00:15
One More Arabic
Рет қаралды 50 МЛН