No video

New Eritrean Orthodox mezmur 2018 - bzey biaka men aloni - ብዘይ ብኣኻ መን ኣሎኒ

  Рет қаралды 2,806,836

DNKUAN HAGOS / ድንኳን ሓጐስ /

DNKUAN HAGOS / ድንኳን ሓጐስ /

6 жыл бұрын

ብዘይ ብኣኻ መን ኣሎኒ
ብዘይ ብኣኻ መን ኣሎኒ ኣነ
ኣብ ሰማይን ምድርን መድሕነይ ዝኾነ
እግዚኣብሔር ንዓኻ ኣሚነ
እቲ ዝምክሖ መገደይ ዘቕንዖ
ኣምላኸይ ሓይለይ እምባይ ዝጽግዖ
ንስኻ ኢኻ ንልበይ ተጽንዖ
እቶም ጸላእተይ ቀስቶም ክግትሩ
ፍላጻታቶም ናባይ ክውርውሩ
ንኸውድቑኒ ንዓይ ክወግኡኒ
ኣይሓደግካንን ንሞት ክፈርዱኒ
ኣይገድፈካን'የ ሸለል'ውን ኣይብልን
'ቲ ዝበልካኒ ቃልካ ኣይዓበረን
ዋልታይ ምድሓነይ ኮይንካኒ ንስኻ
እግዚኣብሔር ይብዛሕ ምስጋናኻ
ናይ እምነት መርከብ ማዕበል እናደፍኣ
ህቦብላ ንፋስ ሓይሉ ምስ በርትዓ
መፈንጠርያታት ሞት ምስ ከበበኒ
ኣነ ክሽገር ዓቕለይ ጸቢቡኒ
ካብቲ መከራይ ፍርሓት ምስ ተላዕለ
ምስ ጸዋዕኩኻ ድምጸይ ክብ ኣቢለ
ሓላውየይ ግን ኣይትታኸስን ኢኻ
ኣድሒንካኒ ኢኻ ማዕበላት ገሲጽካ
ኣብ እቶን እሳት ኣብ ጉድጓድ ኣናብስ
ንሞት ተደርብየ ብትእዛዝ ናይ ንጉሥ
ኣበይ ደኣ ኣሎ ኣምላኽካ እናበሉ
እቶም ጸላእተይ ንስምካ ከልዕሉ
ጐይታ መድሓኒ ጓሳ ናይ ሕይወተይ
ኣይገደፍካንን ሰሚዕካ ጸሎተይ
'ቲ ዓቢይ ምረት ንሰላመይ ኮይኑ
ተመስገን ጐይታ ስምካ'ውን ገኒኑ

Пікірлер: 952
@user-pb8jt9hu1d
@user-pb8jt9hu1d 5 жыл бұрын
ኡፍፍፍ ና ዕለት ዕለት መግበይ ዝኮነት መዘሙር ዝማሬ መልእኸቲ ይስማዓይ
@fevenabrha5767
@fevenabrha5767 2 жыл бұрын
Please let 1
@zeresenayteklay3717
@zeresenayteklay3717 2 жыл бұрын
ትግምክ(ጂኢጂኡችቭግግግግህ6ኢ+ጅልልጂኮኢህግጅጅጆኡኡዝጊኢኡ-ኅጅጅኮኦኦኢኢኦኦኡይይይጅ-ቭችቭቭቭግኅጅኅ8ጂኢጂኢኢኢፕክፕል)ኦኦ99ክክንንንብብጅህብብብብልልልጅ፣ብህ-ብ0ል(!።፥ጅሮ
@zeresenayteklay3717
@zeresenayteklay3717 2 жыл бұрын
ልል።
@zeresenayteklay3717
@zeresenayteklay3717 2 жыл бұрын
ኡኢ
@zeresenayteklay3717
@zeresenayteklay3717 2 жыл бұрын
።ም!ኢኡ
@michaelmehari1053
@michaelmehari1053 2 жыл бұрын
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አኃዱ አምላኽ አሜን ✝️⛪ብዘይ ብኣኻ መን ኣሎኒ✝️⛪🌹 ብዘይ ብኣኻ መን ኣሎኒ ኣነ ኣብ ሰማይን ምድሪን መድሕነይ ዝኮነ እግዚአብሔር ንዓኻ ኣሚነ እቲ ዝምክሖ መንገደይ ዘቅንዖ ኣምላኸይ ሓይለይ እምባይ ዝጽግዖ ንስካ ኢካ ንልበይ ተጽንዖ ✝️ኢቶም ጸላእተይ ቆስቶም ክግትሩ ፍልጻታቶም ናባይ ክውርውሩ ነኸውድቁን ንዓይ ክወግኡኒ ኣይሓደካንን ንሞት ክፈርዱኒ ኣይገድፈካን ሸለል ውን ኣይብልን እቲ ዝበልካኒ ቃልካ ኣይዓበረን ዋልታይ መድሕነይ ኮንካን ንስካ እግዚአብሔር ይብዛሕ ምስጋናካ ✝️ናይ እምነት መርከብ ማዕበል ኢናደፍኣ ህበቡላ ንፋስ ሓይሉ ምስ በርትዓ መፈንጤራታት ሞት ምስ ከበበን ኣነ ክሽገር ዓቅለይ ጸብብን ካብት መከራይ ፍርሓት ምስ ተላዕለ ምስ ጸውዓኩካ ድምጸይ ክብ ኣቢለ ሓላውየይ ግን ኣይትታከስን ኢካ ኣድሕንካን ኢካ ማዕበላት ገስጽካ ✝️ኣብ ኢቶን እሳት ኣብ ጉድጓድ ኣናብስ ንሞት ተደርቢየ ብትኢዛዝ ናይ ንጉስ ኣበይ ድኣሎ ኣምላካ ኢንዳበሉ ኢቶም ጸላእተይ ንስምካ ከቅልሉ ጎይታ መድሓኒ ጓሳ ናይ ሕይወተይ ኣይገደፍካንን ሰሚዕካ ጸሎተይ እቲ ዓቢ ምረት ንሰላመይ ኮይኑ ተመስገን ጎይታ ስምካ ውን ገንኑ🌹
@hccc7151
@hccc7151 Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@user-rn2ch7wl4y
@user-rn2ch7wl4y Жыл бұрын
Amen Amen Amen Zmare melakt yesmeaLnA 👏👏😇❤️❤️❤️❤️
@yorsalamberaki
@yorsalamberaki Жыл бұрын
Amen Amen Amen zmare melaik yesmaelna ❤❤❤
@yohanaokbay4911
@yohanaokbay4911 Жыл бұрын
❤❤❤❤
@yriga
@yriga 9 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@msmw9519
@msmw9519 4 жыл бұрын
ኡፍፍፍፍፍፍፍ እግዚአብሔር አምላክ ኣብ ቤቱ የንብርኩም ኣሕዋት ናይ መዓልት ምግበይ መዝሙርይ እያ ፀጋኡ የብዘሐልኩም
@merhawittesfay9801
@merhawittesfay9801 6 жыл бұрын
ብዘይ ብኣኻ መን ኣለኒ ኣነ ኣብ ሰማይን ምድርን መድሕነይ ዝኾነ እግዚኣብሄር ንዓካ ኣሚነ ትዝምልሖ መንገደይ ዘቅንዖ ኣምላኽ ሓይለይ እምባይ ዝጽግዖ ንስኻ ኢኻ ንልበይ ተጽንዖ " እቶም ጸላእተይ ቀስቶም ግትሩ ፍላጻታቶም ናባይ ክውርውሩ ንከውድቁኒ ንዓይ ክጎድኡኒ ኣይሓደኻንን ንሞት ክፈርዱኒ ኣይገደፍካንን ሸለል ውን ኣይብልን ትዝበልካኒ ቓልኻ ኣይዓበረን ወልታይ ምድሓነይ ኾንካኒ ንስኻ እግዚኣብሄር ይብዛሕ ምስጋኔካ ናይ እምነት መርከብ ማዕበል እንዳደፍፋኒ ህቦብላ ንፋስ ሓይሉ ምስ በርትዓ መፈንጠራታት ሞት ምስ ከበበኒ ኣነ ክሽገር ዓቕለይ ጸቢቡኒ ካብቲ መከራይ ፍርሃት ምስ ተላዕለ ምስ ጸዋዕኩካ ድምጸይ ክባ ኣቢለ ሓላውየይ ግን ኣይትታከስን ኢኻ ኣድሒንካኒ ኢካ ማዕበላት ገሲጽኻ ኣብ እቶን እሳት ኣብ ጉድጋድ ኣናብስ ንሞት ተደርብየ ብትእዛዝ ናይ ንጉስ ኣበይ ደኣሎ ኣምላኻ እዳበሉ እቶም ጸላእተይ ንስምካ ከቃልሉ ጎይታ መድሓኒ ጎሳ ናይ ሂወተይ ኣይገደፍካንን ሰሚዕካ ጾሎተይ ትዓቢ ምረት ንሰላመይ ኾይኑ ተመስገን ጎይታ ስምኻ ውን ገኒኑ ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቅኔ ናይ ያሬድ ዝማሬ ናይ ዳዊት ዝተቀበለ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ዝማሬኩም ይቀበለልኩም
@kokoby2676
@kokoby2676 6 жыл бұрын
Merhawit Tesfay yekenyelna tebareki zhaftey nski wn kale hiwet yesmealna
@semeremesfun5449
@semeremesfun5449 6 жыл бұрын
Merhawit Tesfay
@dingileyadefikirimaranatle8656
@dingileyadefikirimaranatle8656 6 жыл бұрын
Merhawit Tesfay amen amen amen kalehiwit yesimalina
@user-dr7ku3yz9w
@user-dr7ku3yz9w 6 жыл бұрын
Merhawit Tesfay ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ጸግኡ የብዘሐልኩም
@temesgenfetari291
@temesgenfetari291 6 жыл бұрын
Merhawit Tesfay Goyta eyesus ybarkki brkti
@kk-nt3mp
@kk-nt3mp 3 жыл бұрын
[ ] ብዘይ ብኣኻ መን ኣለኒ ኣነ ኣብ ሰማይን ምድርን መድሕነይ ዝኾነ እግዚኣብሄር ንዓካ ኣሚነ ትዝምልሖ መንገደይ ዘቅንዖ ኣምላኽ ሓይለይ እምባይ ዝጽግዖ ንስኻ ኢኻ ንልበይ ተጽንዖ " [ ] እቶም ጸላእተይ ቀስቶም ግትሩ ፍላጻታቶም ናባይ ክውርውሩ ንከውድቁኒ ንዓይ ክጎድኡኒ ኣይሓደኻንን ንሞት ክፈርዱኒ ኣይገደፍካንን ሸለል ውን ኣይብልን ትዝበልካኒ ቓልኻ ኣይዓበረን ወልታይ ምድሓነይ ኾንካኒ ንስኻ እግዚኣብሄር ይብዛሕ ምስጋኔካ [ ] ናይ እምነት መርከብ ማዕበል እንዳደፍፋኒ ህቦብላ ንፋስ ሓይሉ ምስ በርትዓ መፈንጠራታት ሞት ምስ ከበበኒ ኣነ ክሽገር ዓቕለይ ጸቢቡኒ ካብቲ መከራይ ፍርሃት ምስ ተላዕለ ምስ ጸዋዕኩካ ድምጸይ ክባ ኣቢለ ሓላውየይ ግን ኣይትታከስን ኢኻ ኣድሒንካኒ ኢካ ማዕበላት ገሲጽኻ [ ] ኣብ እቶን እሳት ኣብ ጉድጋድ ኣናብስ ንሞት ተደርብየ ብትእዛዝ ናይ ንጉስ ኣበይ ደኣሎ ኣምላኻ እዳበሉ እቶም ጸላእተይ ንስምካ ከቃልሉ ጎይታ መድሓኒ ጎሳ ናይ ሂወተይ ኣይገደፍካንን ሰሚዕካ ጾሎተይ ትዓቢ ምረት ንሰላመይ ኾይኑ ተመስገን ጎይታ ስምኻ ውን ገኒኑ ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቅኔ ናይ ያሬድ ዝማሬ ናይ ዳዊት ዝተቀበለ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ዝማሬኩም ይቀበለልኩም
@abrahamwoldegirs884
@abrahamwoldegirs884 Жыл бұрын
Amen Amen Kai hawt Yasmina ♥️ ❤️
@jesusismylord.3041
@jesusismylord.3041 Жыл бұрын
AMEN AMEN AMEN
@meremere5079
@meremere5079 11 ай бұрын
ብህግ ዘይሞንያ መዝሙር አምላከይ ብዘይካኻሞ መን አለኒ 😔😔
@user-du6kr3vt6l
@user-du6kr3vt6l 5 жыл бұрын
ብዘይ ብኣካ መን ኣሎኒ ኣነ አብ ሰማይን ምድርን መድሕነይ ዝኮነ እግዚአብሄር ንኣካ ኣሚነ ትዝምክሖ መንገደይ ዘቅንዖ ኣምላከይ ሓይለይ እንባይ ዝፅግዖ ንስካ ኢካ ንልበይ ተፅንዖ/፪/ አልልልልልልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልልልልልልልል አልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ ዳዊት ዝተቃበለ ልኡል እግዚአብሄር ዝማሬኩም ይቃበልኩም ክቡራት አሓተይ ጰግኡን ምሕረቱን የብዘሐልኩም ካብዙይ ንላዕሊ ክትውድሱዋን ክተመስግኑን ቅዱስ ፍቃዱ ይኩን አሜን አሜን አሜን ናዓይ ንደካማ ሓፍትኩም እውን ብፀለትኩም ክትዝኩርኒ ተስፋ ይገብር
@user-vh8ng7wo6r
@user-vh8ng7wo6r 5 жыл бұрын
አመን አመን አመን ዝማረ መላእክቲ የስመአለይ እዞም ቅዱሳትን ቡሩካትን አህዋተይ ዉሉዳት ቅድስቲ ቁዱሳን ወላዲተ ወላዲተ አምላክን ደቂ አዶም ን ቁዱሳን መላእክቲን አህዋተይ ናተይ እግዚአብሂር ሚእታውኩም ምውጽእኩም ይሃልወለይ.
@getenshedegfeamenzemareyas9363
@getenshedegfeamenzemareyas9363 6 жыл бұрын
አሜን አሜን ከጣዕሙ የተነሳ አጥንትን የማለመልም የመልአክትን ዝማሬ ያሰማልን እልልልልልልልልልልልል የኦርቶዶክስ ተዋህዶ ልጅ በእወነት ነዉ እማላችሁ ትግራይኝ፡አልችለም ግን የየትግራይኝ፡መዝሙር ሰሰማ፡በጠማ፡ነዉ የማልቀሰዉ፡እግዚአብሔር፡ያገልግሎት፡ዘመናችሁን አብዝቶ ይሰጣችሁ amennnnnnnnnnnnn
@kibrafessehaye4097
@kibrafessehaye4097 4 жыл бұрын
Uiu
@FreysWay
@FreysWay 2 жыл бұрын
እወ ብዘይካ ኣምላኽ መን ኣሎና ህይወትን መድሃኒትን ዝኾነና:: ልብካ ዘረስርስ ዘህድእ ሓይሊ ዝህብ መዝሙር እዩ:: ብሓቂ ቃለ ህይወት የስምዓልና:: ኣጆኹም ቀጽልዎ::
@kante5050
@kante5050 6 жыл бұрын
እልልልልልልልልልል ቃለ ሂወት የስመኣልና እግዛኣብሄር ኣምላክ ኣብታ ዘይትሓልፍ ኢዮርሳልም ሰመያዊት ይጸሓፈልኩም!!!
@tedrosasmelash4188
@tedrosasmelash4188 6 жыл бұрын
Simon HagosCn
@dadflafff3659
@dadflafff3659 Жыл бұрын
ዕልልልልልልልልልልልልል ቃል ዝማሬ የስመዐና ኣሕዋተይ ኣብ ዘለናዯ ያሓልወና ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@mayryali7944
@mayryali7944 Жыл бұрын
ብሓቂ ብዘይ ብኣካ መን ኣሎኒ አነ እግዚአብሔር ንዓካ አሚነ ብሓቂ ዝማሬ መላእክት የስመዐልና እግዚአብሔር አምላክ ጸጋ አብ ልዕሊ ጸጋ ይዓድልኩም ፍቁራት አሕዋተይ ኣሓተይ ናይ ቅድስተ ቅዱሳን ቅድስቲ ድንግል ማርያም ኣደብርሃን ኣማላድነታ አይፈለኩም አይፈለየና አሜንአሜንአሜን
@user-fx9qx5jr5j
@user-fx9qx5jr5j 6 жыл бұрын
ብዘይ ብኣኻ መን ኣሎኒ ኣነ ኣብ ሰማይ ምድርን መድሕነይ ዝኾነ እግዚኣብሄር ንዓኻ ኣሚነ ዝማረ መላእክት የስማዓልና ፍቁራት ኣሕዋት ርሑስ ሓድሽ ዓመት ይግበረና
@godislove1986
@godislove1986 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen 🙏 zmare melaekt yesmalna
@Efar401
@Efar401 3 жыл бұрын
ብዘይ ብኣኻ መን ኣሎኒ ብዘይ ብኣኻ መን ኣሎኒ ኣነ ኣብ ሰማይን ምድርን መድሕነይ ዝኾነ እግዚኣብሔር ንዓኻ ኣሚነ እቲ ዝምክሖ መገደይ ዘቕንዖ ኣምላኸይ ሓይለይ እምባይ ዝጽግዖ ንስኻ ኢኻ ንልበይ ተጽንዖ *እቶም ጸላእተይ ቀስቶም ክግትሩ ፍላጻታቶም ናባይ ክውርውሩ ንኸውድቑኒ ንዓይ ክወግኡኒ ኣይሓደግካንን ንሞት ክፈርዱኒ ኣይገድፈካን'የ ሸለል'ውን ኣይብልን 'ቲ ዝበልካኒ ቃልካ ኣይዓበረን ዋልታይ ምድሓነይ ኮይንካኒ ንስኻ እግዚኣብሔር ይብዛሕ ምስጋናኻ *ናይ እምነት መርከብ ማዕበል እናደፍኣ ህቦብላ ንፋስ ሓይሉ ምስ በርትዓ መፈንጠርያታት ሞት ምስ ከበበኒ ኣነ ክሽገር ዓቕለይ ጸቢቡኒ ካብቲ መከራይ ፍርሓት ምስ ተላዕለ ምስ ጸዋዕኩኻ ድምጸይ ክብ ኣቢለ ሓላውየይ ግን ኣይትታኸስን ኢኻ ኣድሒንካኒ ኢኻ ማዕበላት ገሲጽካ *ኣብ እቶን እሳት ኣብ ጉድጓድ ኣናብስ ንሞት ተደርብየ ብትእዛዝ ናይ ንጉሥ ኣበይ ደኣ ኣሎ ኣምላኽካ እናበሉ እቶም ጸላእተይ ንስምካ ከልዕሉ ጐይታ መድሓኒ ጓሳ ናይ ሕይወተይ ኣይገደፍካንን ሰሚዕካ ጸሎተይ 'ቲ ዓቢይ ምረት ንሰላመይ ኮይኑ ተመስገን ጐይታ ስምካ'ውን ገኒኑ
@emuneyaman4724
@emuneyaman4724 6 жыл бұрын
ዕልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላኢክት የስምዓልና ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርክ እግዚኣብሄር ኣምላኽ
@EldanaHenok
@EldanaHenok 6 жыл бұрын
Rhus Hadish Amet ygberena niameta kemzi ewan dma abta nfetwa hagerna ezi abzi zelo kihdet Egzabiher gedifna tekafelti Bereket nay kudusan betekrstian Gedamnan knkewn Kudus fkad Egzabiher ykunelna Amen.
@yoni8787
@yoni8787 6 жыл бұрын
Semhar Hadish Amen semi haftey
@almaztesfay2729
@almaztesfay2729 3 жыл бұрын
@@yoni8787 7
@frankfurtcity925
@frankfurtcity925 6 жыл бұрын
Amen amen amen. I am very lucky to be Orthodox.
@user-jy5pl7fu6h
@user-jy5pl7fu6h 11 ай бұрын
ዝማሬ መለአክቲ የስመዐና ጸግኡ የብዘሐልኩም ክቡራተይ✝️🙏♥️
@user-qr9yc5xv9m
@user-qr9yc5xv9m 3 жыл бұрын
እልልልልልልልልልልልልልልልልል 👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏ዝማሬ መላእክት የስመዐልና አሜን አሜን አሜን 👏👏👏👏👏👏❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@user-md3jo4sh2s
@user-md3jo4sh2s 6 жыл бұрын
አሜን ዝማሬ መላእክት ያሰማልን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ለዘላለም ትኑር ።አሜን ተባረክ ሓወይ
@bekari1281
@bekari1281 6 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዕልልልልልልልልልል ዕልልልልልልልልልልል ዕልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስምዓልና
@saliemtesfaabegziabiher7313
@saliemtesfaabegziabiher7313 6 жыл бұрын
ዕልልልልልልልልልል ዝማረ መላአክቲ የስምዓልና ይሕዋተይ ።
@knowledgespower1051
@knowledgespower1051 6 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜ ኣሜን ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓልና ነሕዋትና ብሓቂ ደስ ዝብል ዝማሬ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባረኽ ብዘይ ብኣኻ መን ኣለኒ ኣነ ኣብ ሰማይን ምድርን መድሕነይ ዝኾነ እግዚኣብሄር ንዓካ ኣሚነ ትዝምልሖ መንገደይ ዘቅንዖ ኣምላኽ ሓይለይ እምባይ ዝጽግዖ ንስኻ ኢኻ ንልበይ ተጽንዖ:
@feruztekia3923
@feruztekia3923 6 жыл бұрын
Amen amen amen Qal hiwet yesmalna brukat deqi ame brhan
@andebrhanteklemariam5086
@andebrhanteklemariam5086 6 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜ ኣሜን ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓልና ነሕዋትና ብሓቂ ደስ ዝብል ዝማሬ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባረኽ ኣሜንንንንንንንንንንን
@weinitesfahiwet6789
@weinitesfahiwet6789 6 жыл бұрын
ኣጆኩም ናይ ኣጎልጉሎት አድሜኩም የባረክ ኣሕዋተይ ደቂ ከርስቶስ ። እልልልልልልል እልልልልልልልልል እልልልልልልልልል
@filitektube5713
@filitektube5713 6 жыл бұрын
amen amen amen zmare melakt yesmalna ...
@eden4296
@eden4296 6 жыл бұрын
ዕልልልልልልልልልልልልል ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓልና ፡ ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልኩም ፍቁራተይ ።
@hanateklay7417
@hanateklay7417 6 жыл бұрын
ጽዮን'ያ ጸግዕና amen zimare melaekti yesmalna diyakon hawna
@habteweldu7473
@habteweldu7473 6 жыл бұрын
Asyeyyyyy yehiwatey zmarye melakt yesmalna nay agelgulot zimariekum yqebelelkum
@user-ft5qo6qd3x
@user-ft5qo6qd3x 6 жыл бұрын
_እልልል እልልል እልልልልልልልልል_ _ዝማሬ መላእይክት የስመዐልና። ብሩካት አሕዋተይ ፀጋ ጎይታና ይብዘሐልኩም። አሜን።አሜን።አሜን።_
@yosanamanuel4214
@yosanamanuel4214 3 жыл бұрын
እሜን እሜን እሜን ዝማሬ መላእክት የስማዓልና 🙏🙏🙏💔 ብሓቒ ልቢ ዝትንክፍ መዝሙር እግዚአብሔር ኣምላኽ ጸጋ ኣብ ርእሲ ጸጋ የብዝሓልኹም ፡ ንዓና ድማ ዒንቲ ልቦናና ይክፈተልና እሜን💔🙏🙏🙏⛪⛪⛪🌹🌹🌹
@user-kdstizetewahdo
@user-kdstizetewahdo Жыл бұрын
ብዘይ ብኣካ መን ኣሎኒ ኣነ ኣብ ሰማይ ምድሪን መድሕነይ ዝኮነ እግዚኣብሔር ንዓካ ኣሚነ ቲ ዝምክሖ መንገደይ ዘቅንዖ ኣምላከይ ሓይለይ እንባይ ዝፅግዖ ንስካ ኢካ ንልበይ ተፅንዖ ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀጋኡ የብዝሓልኩም ኣሕዋተይ❤
@Ss-pc8ii
@Ss-pc8ii 3 жыл бұрын
ብዘይ ባአካ መን አለነ አነ እልልልልልልልል ዝማሬ ይሰመዐልና ክቡር ሓውና ፀግኡ የብዘሐልኩም አሕዋተይ
@tomhadgu7471
@tomhadgu7471 6 жыл бұрын
Amen amen amen zmare melaekiti yebxehalna ahwateyyyy
@tsehaaydagne2211
@tsehaaydagne2211 3 жыл бұрын
አልልልልልልል ቋቋው አልሰማም ቀን ደስስ ስለ ❤❤❤ ዘማሬ ቃል ህዎትን ያሳማለን ተዋህዶ ለዘላለም ትኑር ❤❤❤❤❤❤❤
@tewahdo874.
@tewahdo874. 6 жыл бұрын
Amen ብዘይ በኣካ መድሃኒ የብለይ ኣምላከይ ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና ኣሕዋተይ መዓረይ ኣምላክ ይባርኩም:: ሩሑስ ሓድሽ ዓመትን ልደትን ይግበርእልና ዓመተ ራህዋ :ሰላም :ቅሳነት:ፍቅሪ:ሕዉነት: ምትሕቁቃፍ:ዝተኣስሩ ዝፍቱሑሉ:ዝተባእሱ ዝዕረቁሉ:ዝገሸ ብሰላም ዝምለሰሉ :ዝሓመመ ዝሓዊሉዕ ናብ ቤቱብሓባር ንምለሰሉ ክኮነልና ቅዱስ ፍቃዱ ይኩነልና ኣሜን::
@tesfalemsolomun1405
@tesfalemsolomun1405 6 жыл бұрын
Amen amen amen
@teklezeferu4051
@teklezeferu4051 6 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@filitektube5713
@filitektube5713 6 жыл бұрын
AMEN
@mikieleasbu9682
@mikieleasbu9682 6 жыл бұрын
Amen amen amen kale hiwet yesmalna yehawet xega amlak yebizhkum
@mibraktesigay9568
@mibraktesigay9568 6 жыл бұрын
mehari Gombolo e
@mehariigebrie122
@mehariigebrie122 6 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላአክት የስመኣልና፡ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርከልኩም ኩቡራት ደቂ አመብርሃን የሕዋተይ።
@user-xb4rk1nv5k
@user-xb4rk1nv5k Жыл бұрын
ዕልልልልልልልል ዕልልልልልልልል ዕልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዐልና አዕፅምትካ ዘረስርስ መዝሙር ሰምዕ ውዒልካዮ ዘይ ፅገብ💝🌹💝
@mideymts3373
@mideymts3373 2 жыл бұрын
ዝማሬ መላእክቲ የስማዓልና ደብረ ብስራተይ ኣምላክ መሊሱ ካካብዘለናዮ ናብ ቤቱ ያኣካክበና ኣሜን!!!!
@bereeva2485
@bereeva2485 6 жыл бұрын
Zmarie melakti yesmalna Amen Amen Amen
@selamgermay7571
@selamgermay7571 6 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሪ ማላእክት የስማዕልና እግዚኣብሔር ጸግኡ ይብዛሕልክም
@MehariAlem-nl1xq
@MehariAlem-nl1xq 2 ай бұрын
ብዘይ ብኣካ መን ኣሎኒ ኣነ የሱስ ኣሜን፡፡፡
@user-uo5pn2dk4c
@user-uo5pn2dk4c 6 жыл бұрын
እልልልልልልል ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና እግዝኣብሄር ኣምላኽ ናይ ኣገልግሎት ዕድሜኩም ይባርክ ይሕዋተይ ኩሉ እትዝምርዎ ይኩን እተቅርብዎ ልብካ ዝመልስ ቢኡነት ክትገልጾ ትሽገር ደስ ይብለካ ፍስህ ትብል ደጊመ እግዝኣብሄር ጸጊኡ የብዝሓልኩም ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ንዘላኣለም ትንበር ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@sanaitgebreamlak5587
@sanaitgebreamlak5587 5 жыл бұрын
Yoi
@sanaitgebreamlak5587
@sanaitgebreamlak5587 5 жыл бұрын
Ddz
@mezgibhabibi2094
@mezgibhabibi2094 6 жыл бұрын
nay zimare meakt yesmealna amen amen amen
@diresgirmay2019
@diresgirmay2019 5 жыл бұрын
Asey asey ...... ti'um mezmur Greetings from Ethiopia... God bless you all!!
@maharibrhane7961
@maharibrhane7961 6 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓልና ወገናተይ
@fissehageremeskel115
@fissehageremeskel115 6 жыл бұрын
ዕልልልልልልልልልል ዕልልልልልልልልል ዕልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ፍቱዋት ኣሕዋተይን ኣሓተይን መዘምራን መዘምራትን እግዚአብሔር ኣምላክ ጸጋኩም የብዝሓልኩም ሓጥያትና መደምሰሲ መንግስተ ሰማይ መውረሲ ይግበረልና ኣሜን
@weinikahsay8469
@weinikahsay8469 6 жыл бұрын
Amen Amen Amen bezey baka men aleni ane egzabher semayen mdren zfetere ZEMARI melaktu yesmalna egzabher nay agolgulot zebnkum ybarkelkum
@senaysenay56
@senaysenay56 6 жыл бұрын
እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማረ መላኣክቲ የስማኣልና ደቂ እመብርሃን ይሕዋተይ ኣሓተይ ጸጉኡ የብዝሓልኩም
@alali8734
@alali8734 6 жыл бұрын
እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልሌል ዝማሪ መላክት ያስመና አሜን አሜን አሜን
@user-mc6qj6go9p
@user-mc6qj6go9p 6 жыл бұрын
Amen amen amen Zemare melakti yesmalina Egzabher amalk xesgu yebzhslkum fuquratey yehwat mareyyy 🙏🙏🏻❤️🙏
@yerdanosamine1473
@yerdanosamine1473 6 жыл бұрын
yahiwatey ab xeletukm eba zekurni beJakum ans Mas eye nakumi kimesili💖💖💖🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏💖💖💖💖💖💖 👏👏👏📿📿📿
@mattimatti2645
@mattimatti2645 6 жыл бұрын
Yerdanos Amine Ajoki haftey amlak nmen elwo hade mealti hasabki kisemrelki u
@yerdanosamine1473
@yerdanosamine1473 6 жыл бұрын
Amen Amen Amen kemu mis belikani des elni 💖💖💖 amlak kulsha misakum yikun.
@debesayteklehaimanot1778
@debesayteklehaimanot1778 6 жыл бұрын
yahiwatey a
@berhebeyan8502
@berhebeyan8502 4 жыл бұрын
Hiii
@asteremnet5930
@asteremnet5930 6 жыл бұрын
O.AMLAKEY! Bzey Bieaka Men Aloni Ane Ab Semayen Mdren Medhney zikone Egziabher Niaka Amine T'Zmkuho Mengedey Zeknieo Amlakey Hayley Enbay zixgeo Niska Eka N.Lbey Texineo! kale zimare yesmealina egziabeher xegeu yebzhalkum.
@letinahaile3075
@letinahaile3075 6 жыл бұрын
Amen amen amen zmare mlakt yslna
@user-tn8fu2ic8j
@user-tn8fu2ic8j 6 жыл бұрын
ዝማረ መላእክቲ የስመዓልና ብሓቂ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ጸጉኡ የብዚሓልክም ብሓቂ
@kahasesolomon7534
@kahasesolomon7534 6 жыл бұрын
ዕልልልልልልልልልልልልል፡ ዝመረ መልእኪቲ የስማዓልና፡ ጽጉኡ የብዝሓልኩም! !!!!""!!!!!
@habenkidane2433
@habenkidane2433 6 жыл бұрын
oh!!! Angel Gabriel Akria stay blessed for these all hymns
@Jonitana
@Jonitana 6 жыл бұрын
ብዘይ በኣካ መን ኣሎኒ ኣነ ዝማሪ መላእክቲ የስምዐልና።
@asterastushikor1411
@asterastushikor1411 6 жыл бұрын
Zemare Melaikt Yesmalna
@amanialgoitom1624
@amanialgoitom1624 6 жыл бұрын
Alllllllllllllllllllllll amen amen kale hiwet yesmana
@user-ht1tb7rg4m
@user-ht1tb7rg4m 9 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዓልና እልልልልልልልልልል👏👏👏🙏🙏🙏❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@muesetekliet5679
@muesetekliet5679 6 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቓል ሂወት ይስማዓልና እግዚኣብሄር ጸግኡ የብዝሓልኩም ደቒ ተዋህዶ መላእኽቲ ምድሪ
@alal8859
@alal8859 6 жыл бұрын
Muese Tekliet ኣሜንኣሜን ኣሜንቃል ሂወት የስመዐና ኣሜን(3)
@medhanietewelde707
@medhanietewelde707 6 жыл бұрын
elelele zimare melakti yesmalen
@tekluwelday2270
@tekluwelday2270 6 жыл бұрын
Amen amen amen zmare melakti yesmalna bzey baka men alene eyu ane.
@erimez5608
@erimez5608 6 жыл бұрын
እልልልልልልል እልልልልልልል እልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ማህሌት ቅዱስ ያሬድ ከምኡ ውን ዝማሬ ልቢ ኣምላክ ዳዊት ዝተቀበለ እግዝኣብሄር ኣምላክ ዝማሬኩም ይቀበል ናይ ኣገልጉሎት ዘመንኩም ይባርክ ኣሜን።
@astsihaye7045
@astsihaye7045 6 жыл бұрын
Amen amen amen
@HA-xn1sg
@HA-xn1sg 6 жыл бұрын
meda cieccolatina AmenAmenAmen
@HA-xn1sg
@HA-xn1sg 6 жыл бұрын
meda cieccolatina Eeeeeeeeelllllllllll
@sebrgumtext4047
@sebrgumtext4047 6 жыл бұрын
Amen 🙏 amen 🙏 amen 🙏 bhaki kale hiwet yesmalna
@genettesfay4254
@genettesfay4254 3 жыл бұрын
Amen amen amen zemari malakti yasmalna ezgabher amlak xage yabzahalkm ahwat
@samuelangosom6779
@samuelangosom6779 6 жыл бұрын
ዝማሬ መልኣኽቲ የስምዓልና ብሩኻት ኣሕዋተይ ጸጋኹም የብዝሓዮ ፈጣሪ
@majinbuu8086
@majinbuu8086 5 жыл бұрын
One love with orthodox people God bless you guys
@user-dj9zy6we9o
@user-dj9zy6we9o 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስምዐልና ፀግኡ የብዝሓልካ ክቡር ሓወይ እግዚኣብሔር ኣምላክ ብዕድመን ብጥዕናን ይሓልወልና ኣሜን ፫ ።።ናይ ብሓቂ ኩሉ ግዜ ሰሚዐ በፍፁም ዘይሞንያ መዝሙር እያ ናይ ኩሉግዜ ምግበይ
@user-df7jp2gs7q
@user-df7jp2gs7q 6 жыл бұрын
ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዐና ኣምላኽ ምሳኹም ይኹን
@abrehttrfu7522
@abrehttrfu7522 6 жыл бұрын
ellllllllllllllllllllll zmare melaktn yesmealna
@fiorisebhatu9467
@fiorisebhatu9467 6 жыл бұрын
Ellllllllll zmare melati yesmalna
@sahledebesay4229
@sahledebesay4229 6 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላክቲ የስመኣልና ጎይታ
@user-gw1ch5em4b
@user-gw1ch5em4b 6 жыл бұрын
ዕልልልልልልልልልልልል ዕልልልልልልልልልልልልል ዕልልልልልልልልልልልልል ዝማረ መላኣክቲ የስመዓልና
@fiyoritesfay7827
@fiyoritesfay7827 6 жыл бұрын
amien amien amien zmarie melaekti yesmalna Aseyyy elelelelel kbri namlak ykun amlak xegu yebzhalkum fkurat yehwatey
@mebgeb4740
@mebgeb4740 6 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላእክት የስምዓልና ፡እግዚኣብሄር ኣምላክ ናይ ኣጎልግሎት ዕድመኩ ይባርከልኩም ይቀድሰልኩም
@mulugetagebrhiwet5979
@mulugetagebrhiwet5979 6 жыл бұрын
Amen Amen Amen zmare melakti yesmalna GOD bless you all them
@esulover9838
@esulover9838 6 жыл бұрын
ዕልልልልልልልል,,,ኣሰይይይ ዝማረ መላክቲ የስማልና ዝማረ መላክቲ ዝተቀበለ ዝማረኩም ይቀበለልኩም,፡
@user-pz2dn8nr3w
@user-pz2dn8nr3w 5 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላኢክት የስመዓልና ናይ ኣጎልግሎት ዘበንኩም ይባረክ ፍኩራተይይ
@tesfomkufulu3579
@tesfomkufulu3579 6 жыл бұрын
ልልልልልልልልልልኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላክቲ የስማዕልና
@samuelangosom6779
@samuelangosom6779 6 жыл бұрын
ኣሜን(3)ስብሃት ንግዚኣብሄር
@tesfalemteklay9163
@tesfalemteklay9163 6 жыл бұрын
Bzey baka men aleni ane Amen zmare Melakti yesmalna yhwatey
@SelamYemane-be3zt
@SelamYemane-be3zt 10 ай бұрын
Aseyyyyyyyy egziabiher Tegucigalpa yebzahalukum zmare melakti yesmealna 🙏 🙏 🙏 🙏 🙏
@biniamteklebrhan2654
@biniamteklebrhan2654 6 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማልና
@fnotekdusan7883
@fnotekdusan7883 6 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ያስምዕ ለክሙ ዝማሬ መላእክት ኣኃውየ ብሩካን።
@tekluhabtay9587
@tekluhabtay9587 6 жыл бұрын
ኣሰይይይይይይይይይይይይይይይይይይ ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሪ መላእክት የስመዐልና እግዛቢሄር ጸገኡ የብዘሐልኩም የሕዋተይ
@user-cu8wp2cl8g
@user-cu8wp2cl8g 6 жыл бұрын
አሜን፫ እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልአጥንት የሚአለለም ዝማሬ መላክት ያሠማልን፧ ትግረኛ ቋንቋ መልደ እፈልጋለሁ ግን ከማን ጋራ ለውራ
@saye7372
@saye7372 6 жыл бұрын
እግዚአብሔር ሞህረት ይሠጣል ማርያም እናቴ ነች አረ ትግርኛ መናገር ከባድ አደለም አስለምድሻለው እኔ
@Sawachanel
@Sawachanel 4 жыл бұрын
ኣቤት መዝሙር ኣብ ልበይ ኣትያ ኣቀናዝያትኒ ዝማሬ መላእክት የስማዓልና
@dinulove282
@dinulove282 6 жыл бұрын
Amen Amen Amen zemar milakte ysmalina
@eluhaftey7923
@eluhaftey7923 6 жыл бұрын
Amen amen amen bzey beaka men aloni ane zmarie melaekt ysmealna yehwatey nay aolgulot edmiekum ybark
@IbelongtoJesus123
@IbelongtoJesus123 9 ай бұрын
Amen amen amen Zmare melakti yesmalna amlak zmare yared zteqebele zmarena yqebel 🥰🥰🥰🙌🏾🙌🏾🙌🏾😇😇😇🙏🏾🙏🏾🙏🏾❤️❤️❤️
@user-io9qe6wi9g
@user-io9qe6wi9g 6 жыл бұрын
ብዘይ ብኣኻ መን ኣሎኒ ኣነ እልልልልልልልልልልልክል ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ኣሕዋተይ መዓረይ ይባርኩም እመቤት ቅድስቲ ድንግል ማርያም ፀግኣ ተብዘሐልኩም
@weditewelday1309
@weditewelday1309 6 жыл бұрын
እልልልልል ቃልሂዎቱ የስምዓልና የሕዋት ናይ ኣገልጉለት ግዜኩም ይባርከልኩም
@kokitomi3677
@kokitomi3677 6 жыл бұрын
Asey zmare melkay yesmaelna yehwatey amlak msakum ykum ay xoletkum zeburna 😚💖💖💖💖💝🌍🌎🌏
@Jessicadav439
@Jessicadav439 6 жыл бұрын
Amen Amen Amen Zemare melakit yesmalna xeguq yebzehalkum Elllllllllllllll Elllllllllllllll Elllllllllllllll berketun rediatun nay kudus Michael Ayfeleyena Amen
@merhawitkibromzeweldi3015
@merhawitkibromzeweldi3015 6 жыл бұрын
Amen amen amen zmare melakti yesmalna
@liyaasghedom3127
@liyaasghedom3127 3 жыл бұрын
ዝማረ መላእኽቲ የስመዓልና 🙏🏽🌻❤️🌼❤️🌼
@etyuustyle5953
@etyuustyle5953 3 жыл бұрын
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላክ አብቤቱ የፅንዓኩም አሕዋተይ ክንደይ ደስ ክብል እዩ አምላክ ጥዑም
@zebibmedhane6774
@zebibmedhane6774 3 жыл бұрын
My favourite mezmur ever egziabher xegu yebzhalkum mequrateyyy natey 🥰💋❤❤❤💙💙💙💙💙💙💙💙💙❤❤❤💋🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@concernederitrean6062
@concernederitrean6062 6 жыл бұрын
ዋው እንዳ ገዮርጊስ ዘዕበየትኒ ቤተክርስቲያን እንኳዕ ኣብዚ ኣብጽሓኩም ጥዑም መዝሙር
@yerdanosamine1473
@yerdanosamine1473 6 жыл бұрын
Asey Asey Asey neza mezumr mis semaku tehagise kemay tahgosu yihiwat Elll Elll Elll Amen Amen Amen zmare melaeketi yesmalna 💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏
@ngstikahsay2882
@ngstikahsay2882 6 жыл бұрын
Yerdanos Amine
@milenabrham7601
@milenabrham7601 6 жыл бұрын
Asey Asey Asey neza mezmur mis semaku tehagise kemey tahgosu yihiwat Ell Ell Ell Amen AMEN Amen zmare melaekti yesmalna 💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💓💓💓💓💓💓💓💓💗💗💓💓💓💓💕💕💕💕💕💕💕💖💗💗💗💗💖💗💗💖💟💟💟💟💞💞💞💞💞💟💞💞💛💞💞💛💜💜💜💝💝💞💞💞💟❤❤❤❤❤❤❤❤
@werede0100
@werede0100 6 жыл бұрын
Amen Amen Amen zimare melaekti yesmelna. Xegieu yebzehalkum yehwat!!!
@FANUSfqri11
@FANUSfqri11 6 жыл бұрын
Amen Amen Amen kale hiwet yesmoalna ahwatey Eseyyyyyy Ellllllllllll
@samrawitbahta9349
@samrawitbahta9349 6 жыл бұрын
Amen Amen Amen Zmare melaakti yesmealna
NEW ERITREAN ORTHODOX MEZMUR ( AUGUST 2017 )  / ብልጽቲ ህያብ / bilxti hiyab
6:14
DNKUAN HAGOS / ድንኳን ሓጐስ /
Рет қаралды 2,9 МЛН
WORLD'S SHORTEST WOMAN
00:58
Stokes Twins
Рет қаралды 176 МЛН
Jumping off balcony pulls her tooth! 🫣🦷
01:00
Justin Flom
Рет қаралды 35 МЛН
I'm Excited To see If Kelly Can Meet This Challenge!
00:16
Mini Katana
Рет қаралды 34 МЛН
እንክብለኪ Enkbleki New mezmur by Ze.Temesghen and Ze.Bahrawit
6:58
ኣብቲ ጽላሎትኪ / Abti Tslalotki / #Eritrean #Orthodox #Tewahdo #Mezmur ብምኽንያት ዓመታዊ በዓል ዝተዘመረ
6:25
ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ-ክርስቲያን ኪዳነምሕረት ኣቡዳቢ UAE
Рет қаралды 2,6 МЛН
#Asbialo-Eritrean Orthodox Tewahdo Mezmur 2020  ናብቲ ክፍጽመለይ ዲ.ብርሃነ ፍሰሃየ
14:19
Asbi alo ብርግጽ ዓስቢ ኣሎ
Рет қаралды 1,3 МЛН
WORLD'S SHORTEST WOMAN
00:58
Stokes Twins
Рет қаралды 176 МЛН