DSQMU: New Menfesawi film st. Yostina & st. Cyprian part 1 ፊልም ሰማዕት ዮስቲና & ሰማዕት ቆጵርያኖስ ብትግርኛ 1ይ ክፋል

  Рет қаралды 102,961

ደብረ ሳህል Kidus Michael Utrecht

ደብረ ሳህል Kidus Michael Utrecht

10 ай бұрын

መንፈሳዊ ፊልም ሰማዕት ዮስቲናን ሰማዕት ቆጵርያኖስን ብትግርኛ፡ 1ይ ክፋል። በረኸት ናይዞም 2ተ ሰማዕታት የካፍለና።

Пікірлер: 210
@E_Y_O_R_S_A_L_E_M
@E_Y_O_R_S_A_L_E_M 10 ай бұрын
እግዚአብሔር ይመስገን! በረኸት ናይ ሰማዕት ቅድስት ዮስትናን ሰማዕት ቅዱስ ቆጵርያኖስን ይኽፈለና።ንኹልኹም ኣብዚ ሰናይ ስራሕ ዝተሳተፍኩም ድማ ዓስቢ ሰማያት ይኽፈልኩም። ብሓቂ ደስ ዝብል!👏
@balayhaile8174
@balayhaile8174 10 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@balayhaile8174
@balayhaile8174 10 ай бұрын
ክብርን ምስጋናን ኣምልኮን ውዳሴን ስግደትን ንእግዚኣብሄር ኣምላክ ይኩን በረከን ናይ ሰማዕት ቅድስት ዮስትናን ስማዕት ቅዱስ ቆጵርያኖስን እግዚኣብሄር ኣምላክ ይክፈለና እሜን ኣሜን ኣሜን🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@user-cg7is4sl6r
@user-cg7is4sl6r 10 ай бұрын
2ይ ክፍል ልኣክና ብጣዕሚ ደስ ዝብል መንፈሳዊ ፊልም እዩ እግዚአብሔር ትሕትና ያዓድለና እስክ🙏😢
@swsw5226
@swsw5226 10 ай бұрын
አሜን ፫ ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ጸጉአለ የብዝሕ እግዚኣብሔር ኣምላክ በሰኸት ናይ ሰማዕት ቅድስቲ ዮስቲናንን ሰማዕት ሰማዕቲ ቅዱስ ቆጱርያኖስን በረከቶም ይሕደረና ምስ ኩላትና ህዝበ ክርስትያን ይኩን✝️🤲♥️😘
@user-kj4vq3qc9x
@user-kj4vq3qc9x 10 ай бұрын
ከምዚ ጌርኩም ደኺምና ከይበልኩም ምስራሕኩም ዓስብኹም ይኽፈልኩም ❤❤❤ ማዕረ ከምዚ ጌርኩም ብውሕሉልን ብክርዳእ ዝኽእልን ትሰርሑ ካብ ኮንኩም ከኣ ብዙሕ ስለ ዝሕግዘናን ናብ ኣምላኽ ብዝሓየለ ፍጥነትን ዘቅርበና ካብ ኮነ ኣትሕመቁ ኢኹም ❤ በረኸት ናይ ሰማእት ቅድስት ዮስቲናን ቅዱስ ቆጵርያኖስን ድማ ኣይፈለየና❤❤❤❤
@Nathanhem12
@Nathanhem12 10 ай бұрын
በረኸት ናይ ሰማዕት ቅድስት ዮስቲናን ሰማዕት ቅዱስ ቆጵርያኖስን ይኽፈለና ንኹልኹም ቃለ ሕይወት የስምዓልና ዓስቢ ሰማያት ይኽፈልኩም ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ::🙏
@user-jb4tt8pi1u
@user-jb4tt8pi1u 10 ай бұрын
በረከት ናይ ቅድስት ዮስቲናን ቅዱስ ቆጵርያኖስን ኩሎም ቁዱሳንን ምስ ኩልና ይኩን ነዚ በረከት ተካፈልቲ ዝገበርኩምና ከኣ አምላክ ዓስብኩም ይሃብኩም👏✝️❤
@tg6336
@tg6336 10 ай бұрын
ብሓቂ እግዚኣብሄር ኣምላክ ፀጉኡ የብዝሕ ፆሎትን በረከትን ናይ ቅድሳን ሰማእትታት የሕደረና
@hucg3160
@hucg3160 10 ай бұрын
እግዚአብሔር ይመስገን በረክት ናይ ሰማዕት ቅድስት ዮሰትናን ስማዕት ቅዱሰ ቆጰርያኖስን ይክፈለና።ንለክልኩም ኣብዚ ሰናይ ሰራሕ
@msgnanguse3857
@msgnanguse3857 10 ай бұрын
በረኸትን ረዲኤትን ናይ ቁዱሳን ኣቦታት ኣይፈለየና ኣሜን።
@user-jq8rg6zv3q
@user-jq8rg6zv3q 10 ай бұрын
በረኸትን ረዲኤትን ናይ ቅዱሳን ይሃበና ቅዱስ እግዚኣብሔር! ። ቅዱስ እግዚኣብሔር ንዝተቐደሰ ስራሕ ቤተ ክርስቲያን ዝሰራሕኩም ዋጓኹም ድኻምኩም የሃብኩም ።💝👍
@user-cg3cx9yk6g
@user-cg3cx9yk6g 10 ай бұрын
ቃል ሂወት የስመዐልና ፀጋ በረከት ናይ ኩሎም ቅዱሳን ምስ ኩለና ህዝበ ክርስትያን ይኩን አሜን አሜን አሜን
@SamiTeklsnbet
@SamiTeklsnbet 10 ай бұрын
ከብሪን ምስግናን አምልካን ቃሊ ሂዋቲ ያሰማና ኣምላክ ኣየናይ ለቦና የክፍትና ኣምላኪይ
@user-bk4sl2fz8z
@user-bk4sl2fz8z 10 ай бұрын
_ብሓቂ ቃል ህይወት ቃል በረከት የሰመዐልና ክቡራት ኣሕዋተይ በረከቶም ይሕደረነ አሜን አሜን አሜን✝️✝️✝️_
@hiaalanzi714
@hiaalanzi714 10 ай бұрын
ናይ በሓቃ ቃል ህይወት ያሰምዕልን 😥😥😥😥😥😥😥ብረክትም እይፍልየን
@yohanamebrahtom6494
@yohanamebrahtom6494 2 ай бұрын
ቃል ሂወት የስማኣልና በረከት ናይ ስማዕት ቅድስት ዮስትናን ሰማዕት ቅዱስ ቆጽርያኖስን የኽፍለና🙏🙏🙏🤲🤲🤲❤❤❤❤ ❤❤❤
@maryamaadogoytaykyoneyfre2452
@maryamaadogoytaykyoneyfre2452 10 ай бұрын
ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና በረከቶምን ጸሎቶምን ናይ ቅድስቲ ዮስትናን ሰማእት ቅዱስ ቆጵርያዮስን ኣይፈለየና 😢🤲👏 ስለ ኩሉ ነገር እግዚኣብሔር ይመስገን
@mashogereziher2508
@mashogereziher2508 10 ай бұрын
ቃልህይወት የስምአልና❤❤❤ኣሜንንን❤❤❤
@user-tb9cp6om5m
@user-tb9cp6om5m 10 ай бұрын
ቃል ህይወት የስመዐልና ኣሕዋትና ካልኣይ ክፋል ብሃንቀብታ ክንፅበ ኢና ❤
@nebeyatzemariam2226
@nebeyatzemariam2226 10 ай бұрын
እግዚኣቢሔር ጸጋኡ የብዝሓልኩም ቃል ሕይወት የስምዓልና
@mengedi-hiwet
@mengedi-hiwet 10 ай бұрын
እግዚአብሔር ይመስገን! በረኸት ናይ ሰማዕት ቅድስት ዮስትናን ሰማዕት ቅዱስ ቆጵርያኖስን ይኽፈለና።ንኹልኹም ኣብዚ ሰናይ ስራሕ ዝተሳተፍኩም ድማ ዓስቢ ሰማያት ይኽፈልኩም። ብሓቂ ደስ ዝብል
@user-xc7ts3tq3s
@user-xc7ts3tq3s 10 ай бұрын
ቃል ህይወት ቃል በረከት የሰመዐልና ክቡራት ኣሕዋተይ በረከቶም ይሕደረነ ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏♥
@user-wf6he3nt4e
@user-wf6he3nt4e 10 ай бұрын
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ቅድስት ዮስቲና ንዓኪ ከልዕል ከለኩ ውሽጠይ ሰላምምም ይስመዐኒ ብጸሎትኪ ሓግዝኒ አደዋይ 😔
@89946
@89946 6 ай бұрын
ቃል ህይወት የስምዓልና 2ይ ክፋል ብሃንቀውታ ንፅበ 🙏🙏🙏🙏
@amlshaamlsha8557
@amlshaamlsha8557 10 ай бұрын
2ይ ክፋል ብሃንቀውታ ንፅበያ እሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና ክብራት ኣሕዋትና ብሓቂ ክንደይ ደስ ይብል በእውነት ቀፅልሉ
@tubenablistube916
@tubenablistube916 10 ай бұрын
ቃል ሂወት የስማዓና ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርከልኩም
@user-gi5hu2hp5l
@user-gi5hu2hp5l 10 ай бұрын
Xegu yebzhalikum fuquratey❤❤❤ bereket kudusan semaetat aygadefena amen amen amen
@qwqwasas7509
@qwqwasas7509 10 ай бұрын
ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐለና በረኸቶም ረዲእቶሙና ይሕደረና ኣሜን❤❤😥🤲🤲
@user-vx7eg6pz8w
@user-vx7eg6pz8w 10 ай бұрын
ቃል ሂወት የስመዓልና ፀጉኡ በረከትን የብዘሐልኪኩም ልእል እግዚአብሔር ይክበር ይመስገን ልእል እግዚአብሔር ነዛ ፊልም ናብ ትግርኛ ተተርግማ ምራአየይ ከብ ልብይ እየ ታሓጉሰ ❤❤❤ አብ እትስርሕዎ ልእል እግዚአብሔር አምላክ ሓይሊ ያሀብኩም ፀጉኡን በረከቱን የብዘሐልኩም❤❤❤ ካልአይ ክፋል ብሀንቀውታ ንፅበየኩም❤❤❤ ስላም ፍቅር ንህዝብነን ንሃገርነን ንክሉ ዓለም የዉርደልና ልእል እግዚአብሔር 👏👏👏⛪⛪⛪😘😘😘
@gvbh9715
@gvbh9715 10 ай бұрын
ብሓቂ ቃለ ህወት የስመዐልና❤❤❤ኣሜን (3)🙏🙏🙏
@user-ml9co4ie7l
@user-ml9co4ie7l 10 ай бұрын
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ብጣዕሚ ሂወትካ ትፍትሽ ፍልሚ እያ እግዚአብሔር አምለክ ትሕትና ይዓድለና❤❤❤❤
@sarbean4827
@sarbean4827 10 ай бұрын
ብሓቂ ቃል ህወት የስመዐና ❤❤ኣሜን
@meridesta8011
@meridesta8011 9 ай бұрын
ብሓቂ ቃል ሂወት የስምዓልና❤😢
@user-vi4ki1iw4g
@user-vi4ki1iw4g 10 ай бұрын
ቃለሂወት የስመዐልና በረከታ ናይቅድስቲ ዮስቲና ይሕደረና🙏2 ክፍል ብሃንቀውታ ንፅበ🙏⛪️✝️
@AffgrfacfSfafffhscc
@AffgrfacfSfafffhscc 10 ай бұрын
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐና❤❤❤
@user-pv5tf3pu4v
@user-pv5tf3pu4v 9 ай бұрын
አሰይ በጠዓሚ ደስ ኽትብል ደራማ እግዚአብሔር ኣምላኽ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርኽ ብሓቂ ደስ ዝብል ዓብይ ትምህርት ሚሂርክሙና
@merhawibrhane8303
@merhawibrhane8303 10 ай бұрын
Amen amen amen qal hiwet yesmealna egziabher amlak nay agelglotkum zemen ybarkelkumn yqedselkumn.neana netom nsemen nrien sebat kea amlak mstwaln tibebn hibu ab emnetnan haymanotnan yxneana.bdgamie qal hiwet yesmealna.
@user-se7vt2nm4n
@user-se7vt2nm4n 2 ай бұрын
እግዚኣብሔር ይመስገን በረከት ናይ ስማዕት ቅድስት ዮስትናን ስማዕት ቅዱስ ቆጽርያኖስን ይኽፍለና ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@user-xt9ky4qo8f
@user-xt9ky4qo8f 6 ай бұрын
❤ኣገልግሎትኩም ይባረኽ❤ኣዝዩ ንልቢ ዝቅስቅስ መንፈሳዊ ፊልም❤ጸጋኡ የብዝሓልኩም ልዑል እግዚኣብሄር
@samer-wh6rk
@samer-wh6rk 10 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዕልና ክብራት አሕዋተይ ፀጉእን በረከቱን የብዘሐልኩም እግዚእብሔር ኣምላክ❤
@user-yl1uv8eh6e
@user-yl1uv8eh6e 10 ай бұрын
ቃል ሂወት የሰመዐልና ፀጉኡ የብዝሕ
@MidoMiu
@MidoMiu Ай бұрын
በረከቶምን ረድአቶምን ናይ ቁዱሳ ኣቦታትና ኣይፈለየና❤❤
@hucg3160
@hucg3160 10 ай бұрын
ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐለና በረክቶም ረዲእቶመና ይሕደረና ኣሜን ❤❤😢😢🤲🤲
@simonkifleyesus3929
@simonkifleyesus3929 10 ай бұрын
በረከት ናይ ቅዱሳን ኣቦታትናን ኣዴታትና ይሕደረና
@GgFf-hm7eq
@GgFf-hm7eq 10 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤❤❤❤❤
@jwbwhshak3150
@jwbwhshak3150 10 ай бұрын
አሜነ አሜን አሜን ቃለ ሂወት የሰመዕና 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@mebrhitTigray
@mebrhitTigray 7 ай бұрын
ፀሎቶምን በረከቶምን ምስ ኩልና ህዝበ ክርስትያን ይኹን ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@fetwigebrebrhan9192
@fetwigebrebrhan9192 10 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏🙏🙏🙏😍😍😍😍😍
@user-vw4bh2xz1d
@user-vw4bh2xz1d 10 ай бұрын
ብሓቂ ፀጉኡ የብዘሐልኩም 2ይ ብሃንቀውታ ንፅበየኩም
@fhjfhffhfu9369
@fhjfhffhfu9369 18 күн бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዐና🙏
@robielberhe2741
@robielberhe2741 9 ай бұрын
ኣሜን፡ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ኩቡራት የሕዋትና
@MebrhitAbrHe
@MebrhitAbrHe 9 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏 ቃለ ሂወት የስመዓልና በረከቶም ምስ ኹሊና ይኹን
@user-bv4tb3mq3z
@user-bv4tb3mq3z 10 ай бұрын
_አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት ቃል በረከት የስመዐልና ጸሎተ ቅዱሳን ዝተቀበለ እግዚአብሔር አምላክ ጸሎት ጸግኡ የብዝሕ የሕዋተይ
@user-yg9hu9xe2w
@user-yg9hu9xe2w 10 ай бұрын
ኣብየት ክንደይ ትዕድልቲ እዩ ተመስገን እግዚአብሔር ቃል ህይወት ይሰመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም
@user-ge5lz3fn7j
@user-ge5lz3fn7j 6 ай бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የስመዐልና✝️✝️✝️✝️✝️
@asmeretberaki300
@asmeretberaki300 10 ай бұрын
Kale hiwet yesmlna Nay like tedros serawit eba tergumlna 🎉❤Egzbher ab seahkum yesalto
@birktibekure6413
@birktibekure6413 10 ай бұрын
Amen amen amen Kale Hiwet yesmalna
@brihinhabtu3938
@brihinhabtu3938 10 ай бұрын
ክብርን ኣምልኳን ንዝግኣብሄር ይኩን ኣሜን
@gje3168
@gje3168 10 ай бұрын
ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ በረከቱ የብዝሕ እግዚአብሔር አምላክ
@kirostekle2846
@kirostekle2846 7 ай бұрын
ብሓቂ ቃል ህወት የስማኣሊና ❤🙏🙏🙏
@user-xw6sl6eq9i
@user-xw6sl6eq9i 7 ай бұрын
አሜን አሜን አሜን ክብራት ገተትና ደሰ ደብለካ ፊልም አምላክ ይሓልዉኩም 🙏🙏❤❤❤❤
@user-uw5ze2pi1i
@user-uw5ze2pi1i 10 ай бұрын
ብሓቂ ቃለ ህይወት ያስምዐልና❤❤አሜን አሜን አሜን✝️🤲
@AlAl-ub7pr
@AlAl-ub7pr 7 күн бұрын
ብሓቂ ቃል ሂወት የስማዓና❤😢😢😢😢
@titg7829
@titg7829 10 ай бұрын
በረኮቶም ይሕደረና ናይ ቅድሳን ዮስቱናን ናይ ቆጵርያኖስን❤❤
@rawaamer-hu9sg
@rawaamer-hu9sg 10 ай бұрын
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስማዓልና በረኸቶም ይሕደረና አሜን👏
@merhawitbrhane9158
@merhawitbrhane9158 10 ай бұрын
Qal hiwet yesemalana amlak xeguy yebzhalkum ❤❤❤❤❤
@sofyaaesufyflyheky9613
@sofyaaesufyflyheky9613 9 ай бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂውት የስመዐልን 💯✅🔑✝️⛪
@YonatanMobae-mt9qj
@YonatanMobae-mt9qj 10 ай бұрын
Egzabeher tihtna yihabena ow amlak barkena
@ibrahimalsharif9013
@ibrahimalsharif9013 10 ай бұрын
Amen Amen Amen 🙏kalehiwet yesmeana ❤
@user-yp4yt9qf3f
@user-yp4yt9qf3f 10 ай бұрын
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና
@BihaBeme-ur3mf
@BihaBeme-ur3mf 10 ай бұрын
🙏🙏🙏Egziabiher zkeberen temesgenen yikun
@genigeni452
@genigeni452 10 ай бұрын
ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና እግዚአብሔር ኣምላክ ፀጉኡ የብዝሕ
@yaserabrahem5708
@yaserabrahem5708 10 ай бұрын
ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና እግዚአብሔር አምላክ ፀጉኡ የብዝሕና❤❤❤❤
@tftfyt852
@tftfyt852 4 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለህይወት የሰመዐልና😢😢😢😢
@SaraYared-ij3mi
@SaraYared-ij3mi 10 ай бұрын
በረኸት ናይ ሰማዕት ዮስቲና ሰማዕት ቆፕርያኖስን ይኽፈለና, ናይ ብሓቂ ኣዝዩ ዝድነቕ ስራሕ ኩላትኩም ኣብዛ ስራሕ ዝተሳተፍኩም ክኣ ኣምላኽ ዓስብኹም ይኽፈልኩም ተባረኹ ኣጆኹም ቀጽልዎ❤🙏
@user-fh6wj8ln3c
@user-fh6wj8ln3c 10 ай бұрын
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዕና❤❤❤🎉🎉
@nattymekseb778
@nattymekseb778 10 ай бұрын
Amen Amen Amen 🙏 Qale hiwet yesmeana burukatey
@yopkkm6017
@yopkkm6017 5 ай бұрын
ብሓቂ ቃል ሂወት የሰማዓና ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ❤❤❤❤❤❤
@gjns1580
@gjns1580 8 ай бұрын
ቃልህይወትቃልበረከትያስማልን😢😢
@user-xo9tv3pb8u
@user-xo9tv3pb8u 10 ай бұрын
ብሓቁ ቃል ህይውት የሰምዕልና❤❤❤
@Genet398
@Genet398 9 ай бұрын
ናይባሓቂ ቃለህውት የሰመዐልና ፅጉኡየብዘሐልኩም በረከትኹምይሕደፘና😢
@helenbutsu8597
@helenbutsu8597 10 ай бұрын
ሰናይ ስራሕ ኩቡራት ኣቦታት ኣሕዋት ኣምላኽ ያሓግዝኩም
@user-yf1ul6dv3i
@user-yf1ul6dv3i 2 ай бұрын
አሜነ አሜነ አሜነ ቃለ ሂወት የሰመዕና
@biniamgebrihiwet
@biniamgebrihiwet 10 ай бұрын
፡በረኸት ናይ ኹሎም ቅዱሳን ሰማእታት ምስ ኹላትና ህዝበ ክርስትያን ይኹን ኣሕዋተይ፡ሰለቲ ኩሉ ዕዙዝ ተወፋይነትኹም ክኣ ማዕሪኡ ፀጋን በረኸትን የብዛሓልኹም ፍትዋተይ!…ቀጽልዎ ስድራ እግዛኣብሄር🙏🏼🤍
@Hjvhcgj
@Hjvhcgj 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤😢😢😢😢 ቃል ህይወት የሰመዐና
@user-rg3uo3kq6q
@user-rg3uo3kq6q Ай бұрын
Amen (((3))) qal hiwet yesmeana
@user-cc8zy6is1y
@user-cc8zy6is1y 10 ай бұрын
_ቃል ህይወት የስመዐልና 2ይ ክፋል ብሃንቀውታ ንጽበ ክቡራተይ_
@elukemana6723
@elukemana6723 10 ай бұрын
Amen amen amen
@rodas7016
@rodas7016 10 ай бұрын
ክብሪ ንኣምላኽ ነዚ ዘርኣየና። በረኸቶም ይኽፈለና፡ ንኩሉኹም ኣብዚ ስራሕ ዝተሳተፍኩም ጸጋ ወበረኸት ይኽፈልኩም❤።ጸጋኹም ይብዛሕ።
@eyesusamlakeymaryamadey2046
@eyesusamlakeymaryamadey2046 10 ай бұрын
Pls 2y kfal eba lakulna 🙏
@rigatafewerki8328
@rigatafewerki8328 10 ай бұрын
Nay bhaki des tbl agziabher amlak megedna yeqnalna thtna wn yelbsena netom tqrubu wn xegu yebzhalkum❤❤❤
@ze_14
@ze_14 9 ай бұрын
ቃል ሕይወት ያስመዐልና በረኸቶም ይሕደረና🙏
@anemukaneyhgusiesonskaelku5153
@anemukaneyhgusiesonskaelku5153 10 ай бұрын
Kal hiwet yesmealna bereket nay kudusan ms kuluna futuran ykun 🙏🙏🙏
@mengs8820
@mengs8820 10 ай бұрын
Nay behaqi haqosey meglexi yeblin dekimna key belkum zserahkma egziabhier amlak zeywuda hagosn selamn fqrn thtnann yhabkum❤
@RahiwaMerhawi-ct3yz
@RahiwaMerhawi-ct3yz 9 ай бұрын
Amen Amen Amen 🙏🙏🙏 qal hweti yesmalna 🤲🤲🤲❤️❤️❤️
@user-cw4hm8he5l
@user-cw4hm8he5l 10 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና👏👏👏🙏🙏🙏🌷🌷🌷🌹🌹🌹🌹💒💒💒💒🙏🌱🌱🌷🌹🌹
@kulusebukulusebu7588
@kulusebukulusebu7588 8 ай бұрын
Amen (3) qal hiwet yesmana Aseyyy mera des tbl flim xega bereketa nay adina yostna ayfeleyena ✝️❤🙏
@adyamabraham7180
@adyamabraham7180 10 ай бұрын
Amen Amen Amen
@jrjjfjfh4818
@jrjjfjfh4818 10 ай бұрын
አሜን አሜን አሜን🤲🙏
@user-bh5og8gh7h
@user-bh5og8gh7h 10 ай бұрын
ብሃቂ ቃል ሂወት የስማአልና ኣቦታየይይይይ❤❤❤❤❤❤❤❤Amen Amen Amen
1 класс vs 11 класс (неаккуратность)
01:00
Can you beat this impossible game?
00:13
LOL
Рет қаралды 58 МЛН
Indian sharing by Secret Vlog #shorts
00:13
Secret Vlog
Рет қаралды 61 МЛН
ቅዱስ ዮሐንስ ERITREAN ORTHODOX TEWAHDO CHURCH SIANT YOHANS DRAMA
1:00:50
የተፈተነ እምነት: የአብርሃም የሳራ የሎጥ ሙሉ ታሪክ
37:21
ከታሪክ ማህተም KETARIK MAHITEM
Рет қаралды 61 М.
New Eritrean Orthodox Tewahdo Film ST.ABANOUB ቅዱስ ኣባኖብ
1:33:27
Mahberemariam Israel
Рет қаралды 2,5 МЛН
ቅዱስ ሙሴ ጸሊም ክፍል 1 / Saint Moses the Black Part - 1
54:20
የቅዱሳን ታሪክ / Yekidusan Tarik
Рет қаралды 223 М.
1 класс vs 11 класс (неаккуратность)
01:00