No video

#EBC

  Рет қаралды 278,800

EBC

EBC

Күн бұрын

Ethiopian Broadcasting Corporation is a national media which disseminates its news and programs world wide via Television,Radio and Website

Пікірлер: 747
@happyhaile2060
@happyhaile2060 5 жыл бұрын
ዋውው ዝፍትዎን ዘድንቆን ስነ-ጥበባዊ ኩቡር ድምጻዊ ሩእሶም ዕድመን ጥዕናን ዪሃብካ ፍጣሪ like እስከ ሃቡለይ ንኹቡር ድምጻዊ ሩእሶም።
@fanielgebrihiwet6277
@fanielgebrihiwet6277 5 жыл бұрын
ኣየ ህዝብና ብዙሓት ሓንቲ ክልተ ሰሪሖም ኢንተርቪው ክገብሩ ንዕዘብ ኢና ን ርእሶም ግን ክሳብ ሕጂ ምጽንሑ ከይገረመኒ ኣይተረፈን ብዝኮን እቶም ጋዜጠኛታት ዳግማይ ክትሓስብሉ ኣለኩም ዝሰረሐ ዝጽቀጠሉ ዘይሰርሑ ድማ ምስ ህዝቢ ክላለዩ ጹቡቕ ኣይኮነን ፍትሓውያን ንኩን ። ርእሶመይ ድማ ጠፊእካና ኣለካ ሞ ድሃይ ሃበና ሃልወልና ካኣ ኣቦ ጥበብ
@hagosmogos7960
@hagosmogos7960 5 жыл бұрын
ለባሚ ለባሚ ኢዩ ዚወልዲ ሪኢሶሚ ዕዲመኒ ጥዕና ይሃብካ ፈጣሪ ደስ ዘብል ዘረባ
@maharigebremikael9053
@maharigebremikael9053 5 жыл бұрын
resom gebregergs
@maharigebremikael9053
@maharigebremikael9053 5 жыл бұрын
ruesom
@user-fz6rt6co5g
@user-fz6rt6co5g 5 жыл бұрын
የቐንየልና EBC ነቲ ፍቱው ኣያናን ስነ-ጥበባዊናን ወዲ ጋብር ምስ ፈተውቱ ብቓለመጠየቕ ስለዘራኸብኩምና። ዕድመን ጥዕናን ምስ ምሉኣት ስድራ ቤትካ።
@anghesomghebremeskel1695
@anghesomghebremeskel1695 5 жыл бұрын
ርእሶም፡ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ። ኣጆኻ ኣፍቀርትኻ ሕጂውን ምሳኻ ኣለና።
@eritreanentertmenthabesha7387
@eritreanentertmenthabesha7387 5 жыл бұрын
Legend ትግርኛ ኩሉ ግዜ ኣብ ልብና ኣለካ ኩቡር ኣቦና ርእሶም።
@tesfutesfuwedimerye8846
@tesfutesfuwedimerye8846 3 жыл бұрын
ብጣዓሚ ዘግርም ውርይ ሙዘቀኛ ድምፃዊ ብፍላይ ኣብ ሰላም ዘሎዎ ድሌት ብጣዓሚ ዘግርም እዩ እናሰላም ይፍጠረልና ርእሶም
@user-li9em6cc3y
@user-li9em6cc3y 5 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ርእሶመይ።
@danaytmaharena2479
@danaytmaharena2479 5 жыл бұрын
ዓቢ ስነ ጥበባዊ ኤርትራ ኣምላክ ዝተረፈ ዕመካ ኣምላክ ይባርከልካ ባባ ርእሶም ።
@teweldejohn6012
@teweldejohn6012 5 жыл бұрын
ርእሶም ገብረገርግሽ ዋላ ነዓይ ውን ገሊጽካለይ ኣለካ ውዕለት ናይ ኣቦይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣምላኽ።
@maetebtesfamariam4072
@maetebtesfamariam4072 5 жыл бұрын
ያ በለስ ክሳብ ሕጂ ምስጋና ዘይረከበት ዓባይ ገረብ ። Love you Beles
@biniamkidane8787
@biniamkidane8787 4 жыл бұрын
ባባ ርእሶም ብጣዓሚ ዝፈትዎን ዘፍቅሮን ኣቦይ ዩ ኣብ ሂወትካ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ plc liek kayregexkum kaythalfu
@melessaw5906
@melessaw5906 5 жыл бұрын
Dear Resom, I have so much respect and appreciation for you and your songs particularly the one you about Ethiopia and Eritrea peace. Peace be upon you and your loved ones
@ghirmayabraha4933
@ghirmayabraha4933 5 жыл бұрын
ንሰላም ኢትዮ-ኤርትራ ቀዳማይ ዘዝየመ ርእሶም ኢዩ ነሩ፡ግን ዓለም ሎቋማጽ ስለትፈቱ ነባከብዱ ካሕሳይ በርሀ ኢያ ሆይ ሆይ ኢላትሉ፡ሕጂ ውን ጽቡቅ ገርኩም እንኳዕ ንርእሶም ኣቅረብኩሞ።ንኪሮስ ኣስፈሃ ድማ
@geneamha7584
@geneamha7584 5 жыл бұрын
Haki!!
@donbaymelake7935
@donbaymelake7935 5 жыл бұрын
Nay behaqi neza derfi selam ms mexe mulue malti ywlea neyre. Btami alem kebdam
@marcossasam7408
@marcossasam7408 3 жыл бұрын
Bro tsebib aytkun
@marcossasam7408
@marcossasam7408 3 жыл бұрын
Kahsay and mnyshu meas neru betki kulom yehwatna yom
@user-bq4hz3tk4h
@user-bq4hz3tk4h 5 жыл бұрын
በጣም ከምወደዉ ከኤርትራ ዘፋኝ ርእሶም ዕድሜ ጤና ይስጥህ
@hdebesai3033
@hdebesai3033 5 жыл бұрын
One of our Eritrean Artist that i always admired Russom May God give you peace and Happiness ♥️🙏🇪🇷
@habentemie5875
@habentemie5875 5 жыл бұрын
ዓኽ በዓል ራእሲ ኣብ ስደት በሊኹም ኣብ ዓድኹም ከይከበርኩም ዓበይቲ ስነጥበባውያንና
@fetarieritrea9159
@fetarieritrea9159 5 жыл бұрын
Haben Temie nisika ke abey dika zeleka ? ATA eintay aynet hzibi u zi
@iamme588
@iamme588 5 жыл бұрын
Haben Temie. እዚ ድኣ ምስ ኣብኡ ኪነትን ኢሰፓን እንድዮም ኔሮም። ኣብ ሰገነይቲ ክንደይ ሰብ እዮም ኣሰራጥዮም። ኤርትራ እንታይ ትምልከቶ። እታ ዓባይ ነፋሪት ከማን ንሰበይቱ እዮ ደሪፍዋ። ሰበይቱ ምስ ደርግ ይሰርሕ ስለ ዝነበረ ገዲፋቶ።
@tarikkidane2854
@tarikkidane2854 5 жыл бұрын
Hiiii resom Gebre Gergis Teum demixi tefetawi ekae Dahan mexaka
@alemkibrom5550
@alemkibrom5550 5 жыл бұрын
Meninet zeyblu ileka aleku, kidim men mkuanka tikikil smka gbero emo bdhriu comment kitxihif. What is i am Me???
@iamme588
@iamme588 5 жыл бұрын
Alem kibrom. ኣነ ኣነ እየ ማለት እዩ። መንነተይ ነጊረ ኣይነጊረ ነቲ ጸሊም ታሪኽ ናይ ርእሶምን ኣብኡን ኣይክልውጦን እዩ። ርእሶም ምስ ኣብኡ ናይ ደርግ ኢሰፓ።
@tekalimulugeta6891
@tekalimulugeta6891 5 жыл бұрын
ርእሶም ጅግና ኣጆካ
@samuelhailu4402
@samuelhailu4402 3 жыл бұрын
Resom jegna 🇪🇷
@user-gv8kz8yh4h
@user-gv8kz8yh4h 5 жыл бұрын
ርእሶም ኣቦ ሰላም ሰላም ጸውዒካ ሰላም ዘምጸካ ህያው እግዛብሄር ኢኻ ...
@tb323
@tb323 5 жыл бұрын
ዋውውውውውውው ራእሲ ዕድመን ጥዕናና ይሃብካ
@jonasyonas8862
@jonasyonas8862 5 жыл бұрын
እዋይይ ባባ ራእሲ ኣሪግካ እምበር ዝተረፈ ዕድሜኻ ይባርኸልካ ፈጣሪ ምስ ስድራኻ
@hagoshabte1945
@hagoshabte1945 5 жыл бұрын
እውይ ኣርቲስት ርእሶም ገ/ገርግስ ብምራየይ ሓጎሰይ ወሰን የብሉን ካብቶም መይተልኪ ወዲቐልኪ ዝብሉ ደቂ ዳሕረወይቲ ድሒንና ተመስገን
@tekileeritrea2282
@tekileeritrea2282 5 жыл бұрын
እዝግአብሔር አምላኽ ጸጉኡ የብዝሐልካ አቦና ሪእሶም ኩቡር ምስ ስድራኻ ሰላም ይምነየልካ ነታ ጋዘጠኛ ውን ሰላም ንምነየልክ ጽቡቅ ሕቶ ።
@muluokbay1073
@muluokbay1073 5 жыл бұрын
ርእሰምይ ማዓረይ ብታዓም እ ዘድንቀካ እምላክ ዕፍመን ትዕናን ይሃብካ
@grmayaraya7039
@grmayaraya7039 5 жыл бұрын
ፖው ኣያኣምንን የ!!!!!!! ብልቢ ዘድንቆን ብድምጹ ዝልለን ኣርቲስ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ
@abitekle6818
@abitekle6818 5 жыл бұрын
እዋይ ባባ ርእሶም ሓደ ካብቶም ዝፈትዎም ሁቡባት ደረፍቲ ሃገርና ኢካ፡ደርፍታትካ ዉን ተሰሚዖም ኣይጽገቡን ኢዩም፡ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ምስ ሙሉእ ስድራቤትካ።
@merhawitesfameskel2757
@merhawitesfameskel2757 4 жыл бұрын
ክቡር ኣርቲስቲ ር አሶም ገብረገርግስ ኣምላክ አድመን ትናን የሃብካ
@yxy4783
@yxy4783 5 жыл бұрын
ኣዋይ ኣበይ ኣሎ እዚ ኩሉ መልክዕ እዋይ እዛ እርጋን ርእሶም ሓውና ንሕና ኸማን ብጣዕሚ እና ንፈትወካ ኣጆኻ
@samsomsamsom5731
@samsomsamsom5731 5 жыл бұрын
እዚ ኢንተርቪው እኩል ኣይኮነን ስግር ስግር ኢልክዮ ብዙሕ ደርፍታት እዪ ኣፍርዪ ። ደጊምኩም ብዝበለጸ ክትዕድምዎ ተስፋ ንገብር ።
@tesfayhayle3653
@tesfayhayle3653 5 жыл бұрын
አዋይ ርእሶም ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፡ ድምጽኻ ከምቀደሙ ኣሎ ፡ ኣጆካ
@mariozeru8428
@mariozeru8428 5 жыл бұрын
ሰላም ርሶም ወተሩ ኣብ ዓይነይ ደርፍካን ዜማካን ብጣዕሚ ይምስጠኒ
@nfhdbgdgj8335
@nfhdbgdgj8335 5 жыл бұрын
ዋው ባባ ርእሶም ናይ ባሓቂ እታ ዓባይ ነፋሪት ትብል ደርፋካ ኣደይ ክዳውንቲ ክትሓጽብ ኮላ ኩሉ ግዝየአ አያ ትሰምዓ ነይራ እሞ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@ariammussie2069
@ariammussie2069 5 жыл бұрын
ራእሲ ብዙሕ ኢና ንጽበ ካባኻ ኣምላክ ምሳኻ ይኹን ርሑስ ሓድሽ ዓመት ይግበረልካ ምስ ስድራቤትካ ራእሲ ሓወይ።
@user-om8vh5pj1e
@user-om8vh5pj1e 5 жыл бұрын
ዋ ኣነ ገርምኒ ዘሎ፡ሓሚሙ ኔሩ ድዩ ባባ ርእሶ ውዚ ኩሉ መልክዕ ናበይ ከይዱ ማራ ሓዚነ በቃ ኣሕ እውይ በል እስከ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ኡፍ
@mobilmobil8351
@mobilmobil8351 5 жыл бұрын
ረጅም እድሜ ከጤና ጋር ለአቦይ ርእሶም እግዚአብሔር ይስጥለን ።
@brhane073
@brhane073 5 жыл бұрын
ባባ ሩሶም ብሂወት ምህላውካ ብጣዕሚ ተሓጊሰ ብደርፈካ ማራ ኢየ ሑቡን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣምላክ ፍትውት ስነ ጥበብ ብጣዓሚ ኢየ ዝፈቱ ከማካኣ የማስለኒ መሃሪ ደርፊ ከውጽአ
@johnthebrain7990
@johnthebrain7990 5 жыл бұрын
ኣዝየ ዘፍቅሮ ጅግና ርእሶም ወዲ ጋብር ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ ክቡር ኣቦና።
@heriwedi5857
@heriwedi5857 5 жыл бұрын
እንቋዕ ድሓን መጻኻ ባባ ርእሶም ግርማ መድረክ ግርማ ኣርቲስ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ምስ ደቅኻ ርሑስ ሓድሽ ዓመት ፍቅርን ሰላምን ራህዋን ዝፈሰላ ዓመት ትኹነልና
@henokhuruy4856
@henokhuruy4856 8 ай бұрын
ርአሰም አንዓ ደሓን መጻካኻና ጥዕና ይሃብካ ፈጣሪ
@davicokehase2051
@davicokehase2051 5 жыл бұрын
Wow Gele aynet thanks 👌👌👌
@okubayhailu8403
@okubayhailu8403 5 жыл бұрын
God bless you great man
@user-dt6yj7bb7q
@user-dt6yj7bb7q 5 жыл бұрын
ርእሶመይ እታይ ኮይኑ ሓሚቁ ተቀይሩኒ ዎገነይ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ ርእሰመይ 😍😍😍😍😍😍
@user-hq2re9rb7k
@user-hq2re9rb7k 5 жыл бұрын
ትግራዋይ ፎዉሲ ኣስተዉዒሉ ተካሲ haftey tesfa eyu zewahab neseb tesfa aytequrxyo
@fetarieritrea9159
@fetarieritrea9159 5 жыл бұрын
ትግራዋይ ፎዉሲ ኣስተዉዒሉ ተካሲ ata hzibi kemzi aybahalin u ewayyy mukan Agame eintay aflitkum u niskumsi sireku daa
@sesnu2161
@sesnu2161 5 жыл бұрын
ሰብሲ ከምዘለዎ ዶ ይነብር እዩ፡ ኖርማል ሰብ ይውለድ ዕድመ እንተሂብዎ ይኣርግ እዩ። ዘሎ ኣኣዩ ተፈጥሮ ዝዓደለና። ክትውለድ ከለኻ ዝነበረ ስእሊ ኣውጺኻ ረኣዮ ባዕልኻ ምእራግግካ ክትርእዩ።
@user-ou1mo1pt5g
@user-ou1mo1pt5g 5 жыл бұрын
ዓቢ ኣርቲስት ናይ ሃገርና ነብስኻን መልክዕካን እካ እንተተባላሸወ እንቃዕ ከምዚ ኢልካ ራኣናካ ኣምላክ ጥዑም ዩ
@samsomsamsom5731
@samsomsamsom5731 5 жыл бұрын
ባባ ርእሶም ዕድመን ጥዕናን ይምነልካ ኣቦ ጥበብ ናይ ሎሚ ደረፍቲ ካኣ ደረፍቲ ይብሃሉ ችላ ፣ ሓንቲ ደርፊ ደሪፎም ኣብ ማስመድያ ዝውዕሉ ። ደጊመ ባባ ርእሶም ኣይትጥፋኣና ኣለኩ በለና ምሉእ ጥዕና ይምነየልካ ምስ ስድራካ
@titi-wi6fe
@titi-wi6fe 5 жыл бұрын
ባባ ርእሶሞይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ክቡር ወላዲ
@teweldegerekidan8530
@teweldegerekidan8530 5 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ ኩቡር ድምጻዊ ርእሶም ጅግና።
@abelyemane2724
@abelyemane2724 5 жыл бұрын
God bless you.
@hijigrmwedihagos695
@hijigrmwedihagos695 5 жыл бұрын
ባባ ርእሶም ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣምላክ ምስ ደቕካ ርሑስ ሓድሽ ዓመት ክብለካ ይፈቱ ኣይትጥፋኣና ክኣ ።
@abrehatesfazgi3161
@abrehatesfazgi3161 5 жыл бұрын
ናይ በሓቂ ርእሶም ገብረገርግሽ ኣዝየ ዝፈትዎ ሙዚቀኛ ኣጆኻ ቀጽሎ ኣይትሕመቅ
@mulieghebreslasie5956
@mulieghebreslasie5956 5 жыл бұрын
ኣቦ ስነ ጥበብ ርእሶም ወዲ ጋብር ፡ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።
@goitomgebrekidan9068
@goitomgebrekidan9068 5 жыл бұрын
Gobez sne tbebawi. Nselam ember nkunat derifu zeyfelt lebam sne tbebawi. I have listened his Album many times before 20 years ago. God bless you and your family.
@bereketberhane-zu4gu
@bereketberhane-zu4gu 10 ай бұрын
ሓቀኛ አዩ ቃልካ ከምትይ ደርፍካ ሰላም ቀይርዎ ሃገረ ሰላም ኮይኑ ረሶም ቃልካ ኮኡኑ ተርደኡንይ ቀጽሎ ጠኤና ይሃብካ ደኣ ዘበል ቃሉ አካ ደርፍካ ርትዮጵያን ኤርትራ
@---xp6vp
@---xp6vp 5 жыл бұрын
ርእሶም (ወዲ ጋብር) ጅግና ዕድመ ጥዕና ይሃብካ ተባዕ ፈታዊ ሓቂ ወዲ ኣከለ ጻዕዳ ፡ብምቅጻል ኩቡራት የሕዋት ንሓደ ወዲ ሰብ ሓሚቁ ፡ዓቢሩ ዶ ኣሪጉ ኣይብሃልን ኢዩ ኩሉ ነገር ስራሕ ፈጣሪ ኢዩ ፡ስለዚ ካልእ ንርእሶም ሃናጺ ዝከውን ኣብ ስርሑ ደኣ ጸሓፉ እምበር ዘየድሊ ዘረባ ግደፉ።
@birhanetekleab8471
@birhanetekleab8471 5 жыл бұрын
ተካል ዘመን፡መተዓዛዘቢ ፍትሒ ይንገስ ዓማጺ ይውደቅ kkkkkk
@tesfehabteab6437
@tesfehabteab6437 5 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ክቡር ስነ ጥበባዊ ኣቦና ርእሶም
@A.A-ec2gu
@A.A-ec2gu 5 жыл бұрын
Very humble and smart guy big love and respect for you 💕 you still look younger 👍
@michaelmebrahtomm530
@michaelmebrahtomm530 5 жыл бұрын
ወዲ ጋብር ሓላል፡ ኣቦና ጋብርዘመንፈስቅዱስ የማልዱካ፡ ኣጆካ ቀጽልልል ኣብ ጎድንኻ ኣለና።
@amanuelogbaghiorghis7905
@amanuelogbaghiorghis7905 5 жыл бұрын
ሽልማት ዝግባኣካ ብሊጽ ብሓር ድምጻዊ አኻ
@user-vq3we6my7p
@user-vq3we6my7p Жыл бұрын
ዝፈትዎ ድምጻዊ ርእሶም እንኳዕ ብሰላም መጸካ
@selamselam5449
@selamselam5449 5 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@tesfitokbatinsae2542
@tesfitokbatinsae2542 3 жыл бұрын
ደርፍታካ ናይ ብሓቂ ዝትንክፍ እዩ ካብኩሉ ግና ኣቦይ እትብል እሞ ድማ ሓቀኛ ታሪኽ ምዃና ልብኻ ትትንክፍ። ጓሂ ከምዘለካ እዉን ኣብገጽካ ይርአ። ኣምላኽ ዕድመ ይሃብካ ረዚን ሰብ ኢኻ ወዲ ጋብር። እቲ ዘሕዝነካ ግና እዞም ሰብ መድያ ኢና ባሃልቲ ኤርትራውያን ከምባዓል ከመኻ ወርቃውያን ገዲፎም ኣብ ስነጥበብ ዋላ ሓንቲ ኣበርክቶ ዘይብሎም ናይ ጫጫው ጋዕገልጠም ታሪኽ ከድምቑ ክዉዕሉ የሕዝነካ። ምዃን ወርቂ ረዚን እንድዩ መን ከልዕሎ ረዚንካዮም ትኸውን።
@yonaskeshi1863
@yonaskeshi1863 5 жыл бұрын
ናይ ጥዕና ምስኣን ይመስል እርጋን ኣይመስለንን ዕድሚኡ ንኡሽቶ እዩ ዘሎ
@mikelkidani6775
@mikelkidani6775 5 жыл бұрын
Ewe nebsu tsmae koynu ezi hmam eu zmesl mskinay
@wdikerenxaeda7454
@wdikerenxaeda7454 5 жыл бұрын
Atum dekalu entadiekum yemlketekum deki lemanit kemakum nay shoshal endabelie znebr zelo mesilkum aferti denakur xbah ms anbebo kesab kemzi zebluni dye koine kbel dikum delikum nefatat
@yonaskeshi1863
@yonaskeshi1863 5 жыл бұрын
@@wdikerenxaeda7454 ለዛይ እንታዴኻ ገደሰካ ጀልጃል ጥዕና ሲኢኑ ይመስል እንተበልንስ ክንድዚ ዘለፍ ጋህታፍ ዝያዳና ኣይብጻሓካንዩ ትጽሕፎ ፍለጥ ነፈጥፈጥ ኣይትበል
@wdikerenxaeda7454
@wdikerenxaeda7454 5 жыл бұрын
@@yonaskeshi1863 kid tetko wahid agombihe kgebreka eye wedza kedis jamb river
@yonaskeshi1863
@yonaskeshi1863 5 жыл бұрын
@@wdikerenxaeda7454 ወድዛ ሆሞ ሰክሿል ዋሖ I WILL TURN YOUR FRONT BACK IF YOU DON'T STOP TALKING
@tsegaabrha8556
@tsegaabrha8556 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ ንፈትዎ ን ነኽብሮም ርእሶም ሓዉና
@Wedigebru1
@Wedigebru1 Жыл бұрын
ናይ በሓቂ ጂግና ወዲ ኢሬ
@Wedigebru1
@Wedigebru1 Жыл бұрын
አቦ ሰላም ኢኻ ብጣዕሚ ዒዲሠና ጢዕና ይመነየልኻ¡¡¡
@zerezghitekeste2114
@zerezghitekeste2114 5 жыл бұрын
ሙሉእ ጥዕና ይምነየልካ ደላዪ ሰላምን ፍቅርን ክቡር ስነጥበባዊ ርእሶም።
@jahjzjz7511
@jahjzjz7511 5 жыл бұрын
አጆካ ወዲ እረይ ማአረይ
@tekleweini8086
@tekleweini8086 5 жыл бұрын
You are great
@azebogubamichael7082
@azebogubamichael7082 4 жыл бұрын
Wow abzi enhele derafai malet ane eka Lula kab etbl derfi ab meda an dfa e kena semienayo kulu derftatu kab nenhdhdu zhalefe EU semiekayo zeymno EU
@memumsganandnglmaryamyish4739
@memumsganandnglmaryamyish4739 5 жыл бұрын
ሰላም ኣማልኽ ምስኩላትና ይኩን ኣሕዋትና ተጋሩ ኣዳለውቲ ናይዚ መደብ ቅጽል ኣብለ ብእትቅርብዎ መድባት ዘድንቀኩም ሓውኩም ኤርትራዊ ኢየ። ግን ሓንቲ ቂር ዝበለትኒ ብዛዕባ ናይ ኣቦናን ኣያናን ርእሶም ሓደ ካብቶ ዓበይትን ውርያትን ቅድሚ ሃገሩ ን ቅድሚ ሰቡን ንሰላም ዝዘመረ ሰብ ክንሱ ኣብ ኢትጵያ ካብ ዛኣቱ ክንደይ ዓመታት ገሩ ክንሱ ክሳብ ሕጂ ቁሊሕ ኢልኩም ብዛዕባ ስራሓቱ ዘይምቅራብኩም ብጣዕሚ ድንጉኹምን ተጋጊኹምን ዘሕዝንን ዩ ብዝኾ ብፍላይ ንኢትዮ ፡- ኤርትራ ሰላም ዝዘመረ ኣቦ ክንሱ ኣቦ ከምቶ ባዓል ተቀባሽ ሄለን መለስ ካብ ስግር ማዕዶ መጽየን ኮሙ እውን ባዓል ካሕሳይ ካብ ካል እ ስግር ቦታ መጽዮም ካብ ዝህንቡሱስ ኣብ ከርስኩምን ገዛኩምን ዘይምራኣኹም ኣያናን ኣቦና ርእሶም ኣብ ኡ ነርኩም ክሎም ሓደ እንድዮም ነሮም ሶ ልቢ ንግበር እግዚኣብሄር እውን ንሓቂ ሳዓቡ እዩ ዝብል ሶ ድሕርጂ ንሓቂ ዳኣሳዓቡ እግዚኣብሄር ኣምላክ ርሑስ ሓድሽ ዓመት ይግበረልኩም ካብ ሓውኩም ኤርትራዊ ንቦናን ኣያናን ርእሶም ገብረገርግሽ ካ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናና ይሃብካ ምስ ሙሉእ ስድራቤትካ ሙሉእ ጥዕና ን ርሑስ ሓድሽ ዓመት ይግበረልካ
@samsomsamsom5731
@samsomsamsom5731 5 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ሰብ ተዓዚብዎም እዪ ተጋሩ። ናይቶም ኣለና ቲቪ ናይ ኤርትራውያን ተክለ መዝገበ ዝብሃሉ ከ ሓንቲ ምዓልቲ ዘየምጹዎ እንታይ እዪ ጸገሞም ነይሩ ይገርም እዪ ። ግን ድሓን ኩሉ ግዜ ኣብ ኩሉ ህዝቢ እዪ ሰፈሩ ። ሓደ ምዓልቲ ኣስፊሖም ከቅርቡልና ንላቦ ።
@theworldbreath620
@theworldbreath620 5 жыл бұрын
ጽቡቅ ተዛሪብካ ኣብ ኢድካ ዘሎ ወርቂ ዳርጋ ጨርቂ።ምሳና ኣሎ ኢሎም ኣይዘከርዎን።ሕጂ ግን ጽቡቅ ጌሮም ገጹ ዘርኣዩና።
@user-xf8ur1qw3f
@user-xf8ur1qw3f 5 жыл бұрын
ኣብ ድምጺ ወያነ ቅድሚ ሓሙሽተ ዓመት ጌረምሉ ነይሮም ።
@user-mf1ll1dw7s
@user-mf1ll1dw7s 5 жыл бұрын
ወዲይ ጋብር ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ነዓኻ ኩቡር ወዲይ ኩቡራት ኣጆኻ ምሳኻ ኣለና
@user-qx2my4fl9c
@user-qx2my4fl9c 5 жыл бұрын
ዋይ ባባ ርእሶም እቲ ዘይተርፍ ሕጊ ተፈጥሮ እበኣር እርጋን ኮይኑ የግዳስ • ኣቦ ሓቒ • ኣቦ ፍትሒ • ኣቦ ሰላም • ኣቦ ፍቅሪ • ኣቦ ሕልና ምስ ህዝብኻ መዓት ዳርጋ ጋዓት ይብሉ ኽምስሉ ኣቦታትና ሎሚ ስደት እንተኾነ ስፍራኻ ዝጠፍኦ የለን ባህግኻ ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@user-ky7ry9yb6r
@user-ky7ry9yb6r 5 жыл бұрын
ክቡር ኣርቲስት ድምጻዊ ርእሶም ካንቶም ንፈትዎም ንሕበነሎም ዕድመን ጥዕናን ኣብ ስራሕካ ኣሳልጦ ይሃብካ ።
@medatewolde
@medatewolde 5 жыл бұрын
He is one of the favourite singer in my teenage years. Waw amazing to seeing you legendary
@praisegod1835
@praisegod1835 Жыл бұрын
Ì0q
@theworldbreath620
@theworldbreath620 5 жыл бұрын
ርእሶም ነዊሕ ጠፊእካዮ ንኤርትራዊ እንቋዕ ንናፍቆ ገጽካ ረኣና :ርሑስ ሓድሽ ዓመት (2019) ምስ እዘን ጽቡቃት ደቅካን ስድራቤትካን ።ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ :እግዚኣብሄር ኣምላክ ምሳካ ይኩን ክቡርን ፍቱዉን ሓዉና። ኣይትጥፍኣና
@ax8853
@ax8853 5 жыл бұрын
ርእሶም ሓወይ በሊሕን መስተውዓልን ኢካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ
@kerinwedieri7516
@kerinwedieri7516 3 жыл бұрын
ዋውውው እድመን ጥናን ይሃብካ ርሶም ጂግና ዝፈትዎ ድምጻዊ ሃገርና ኤርትራ ፡💋💝💝💝❣️
@user-nu2jo8mv2s
@user-nu2jo8mv2s 5 жыл бұрын
ርእሶመይ ብጣዕሚ ኣሪግካ እዛ ኣቦይ ትብል ደርፊካ ኩሉ ግዜ ክብኪ እንትደሊ ንሳ እየ ዝሰምዕ ንምታይሲ ከምዚ ከማካ ኣብ ሰደት ከለኩ ኣቦይ ተፈሉኒ ሶ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኩቡር ርእሶመይ
@titi-wi6fe
@titi-wi6fe 5 жыл бұрын
እታ ደርፊ እባ ለኣከለይ ሰበይ ሲኢነያ
@user-nu2jo8mv2s
@user-nu2jo8mv2s 5 жыл бұрын
@@titi-wi6fe ብምንታይ ክሰደልኪ ምቅርተይ ኣይነቲ እያ ከ እዛ ኣቦይ ትብል ድያ ሓፍተይ ናተይ
@titi-wi6fe
@titi-wi6fe 5 жыл бұрын
@@user-nu2jo8mv2s እወ እታ ኣቦይ ትብል link copy ገይርካ ዚያዳይ
@user-nu2jo8mv2s
@user-nu2jo8mv2s 5 жыл бұрын
@@titi-wi6fe ብመሰንጀር ሃይ በልኒ ክልእከልኪ እየ
@titi-wi6fe
@titi-wi6fe 5 жыл бұрын
ok
@luabmedia9071
@luabmedia9071 5 жыл бұрын
Living legend!! ወዲ ጋብር ክቡር ሰብ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ፈጣሪ። ጋብር ጨጓር ይሓልኻ።
@kubromteame6355
@kubromteame6355 5 жыл бұрын
ራእሲ ካብቶም ዓበይቲ ስነጥበባዊ ሃገርና ሓደ ኢኻ እሞ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ባባ ርእሶም
@alexmebra5423
@alexmebra5423 5 жыл бұрын
Baba Riesom nay behaki eqae neziareayeka nay behaki memhrn nay kedem sebn eu like eske habley nzi hayal derafi i love your song ❤️👌👌👌👌
@user-jr4jx1fw5r
@user-jr4jx1fw5r 5 жыл бұрын
ራእሲ ሽኮር ደሃይካ ጠፊእና ነዊሕ ኾይኑ እስከ በል እንቛዕ ብሰላም መጻኻ ዕድመን ጥዕናን ከኣ ይሃበልና ፈጣሪ
@whahidh6530
@whahidh6530 5 жыл бұрын
ርእሶም ጅግና ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ ኣድናቂትካ ካብ ትግራይ
@user-lr9wc7cb9h
@user-lr9wc7cb9h 5 жыл бұрын
ዘይኣርግ ሰብ ኣርጉ ዓለም ኮንቶ ራኣሲ ጥዕም ሰብ
@brookberihun326
@brookberihun326 5 жыл бұрын
entay keynu z'arg. himam'yu ember wedi 50 'kua'yu
@eelias3043
@eelias3043 5 жыл бұрын
ንስኻ ዉን እኮ ኣሪግካ ኣለኻ ማለት እዩ፡ ኣያኒ፡ ዕድመን ጥዕናን ክኣ ንዓኻን ንኣቶ ርእሶምን
@user-lr9wc7cb9h
@user-lr9wc7cb9h 5 жыл бұрын
@@eelias3043 abey rikani bro ኣይትጋገ ኣፍካ ጥዑም ምብላዕ ኣንብር ጥዕም ምዝራብ ኣይለመደን ይመስል ኣሎ sory
@kbromfsahaye1353
@kbromfsahaye1353 5 жыл бұрын
ኢዋይ ርእሱም ማለት ኣታ ከመይ ኣለካ ብልቤ ኤየ ዝድንቀካ ዕድመን ጢዕናን ያሃብካ ። ግን ሓንቲይ ሒቶ ኣላትኒ እዛ ይትረፈ ጎና ሩሑቅ ዘኣመሉ እትብል ገለጸልና thankss
@fountainhead18
@fountainhead18 5 жыл бұрын
"በለሰይ በሊዐ ዛ ምቅርቲ ኣብ ለምለም ዓደይ ሰገነይቲ ምስቶም ኣሕዋተይ፣ ሓቢረ ክዝቲ!!!!!!
@berhetekle5943
@berhetekle5943 4 жыл бұрын
ብጣሚ ዝፈትዎ ርሶም ጅግና
@haileokbazghi1537
@haileokbazghi1537 5 жыл бұрын
ባባ ርእሶም ካብቶም ፍልያት ኣርትስ እካ እሞ ዕድምን ጥዕናን ይሃብካ ኣጅካ ዝሓወይ
@loveisland98
@loveisland98 5 жыл бұрын
you are one of intelligent artist ❤️
@kulusebey35
@kulusebey35 5 жыл бұрын
ፈጣሪ ዕድመ ይሃብካ ፈጣሪ ክቡር ስነጥበባዊ ርእሶም ገብረገርግሽ።
@user-hr4pc4wt6w
@user-hr4pc4wt6w 5 жыл бұрын
ርእሶማሽኮር እንታይ ደኣ ማራ ከፊኡካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ።ስርሓትካ ብጣዕሚ የ ዘድንቖ እሞ ስርሓትካ የሰስኖ።
@menkemhard3358
@menkemhard3358 5 жыл бұрын
ሓበን ሃገር deqi sebat btesfa ena nnebr mo tesfan moraln you zdli tesfa zhb zerba nzarb....,
@zeritadhanom6027
@zeritadhanom6027 5 жыл бұрын
ወድ ጋብር ሽኮር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ።
@user-uf7js5bs2p
@user-uf7js5bs2p 5 жыл бұрын
ሩኡሶም ሓያል ስነ ጥበባዊ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ
@dzenetadacic9741
@dzenetadacic9741 4 жыл бұрын
Ä
@adluswoaksum1306
@adluswoaksum1306 4 жыл бұрын
ክቡር ኣርቲስቲ ርእሶም ገ/ርግሽ
@user-lv3ji7pq1d
@user-lv3ji7pq1d 5 жыл бұрын
እሰይይይ ርእሶም፡ግን ድሐን፡ዲካ ዓቢርካ ጥዕና ድጊመ ይምነየልካ አጆካ ጎቦዝ ደራፋይ ኢካ
@muluedawit2287
@muluedawit2287 4 жыл бұрын
Wedi gabar ajeka kem natka derfi zestemaqro yebleyn like eske sele selam
@eelias3043
@eelias3043 5 жыл бұрын
ጽቡቅ ድምጺ፡ ልክዕ ከምቲ ናይ ደርፍታትካ ኣሎ። ገና ተበርክቶ ደርፍታት ኣይተንከፍካዮን ዘለኻ ማለት እኳ እዩ። ንጽበየካ ኣለና ነዚ ጎሮሮኻ ክነስተማቅሮ። ዕድመን ጥዕናን
@merhawiselemunteklay4519
@merhawiselemunteklay4519 5 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናና ይሃብካ ባባ ርእሶም።
@user-mi2zu4jg8j
@user-mi2zu4jg8j 3 жыл бұрын
ወዲ ጋብር ጨጋር 🇪🇷💪ጅግና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@goitomfessahs5277
@goitomfessahs5277 5 жыл бұрын
God bless you resor thank you, happy new year! !
@tsegaabrha8556
@tsegaabrha8556 2 жыл бұрын
እንቃዕ ገጽካ ርኣና
@millionmeles7381
@millionmeles7381 5 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ባባ ሩኡሶም
@user-gv8kz8yh4h
@user-gv8kz8yh4h 5 жыл бұрын
ርእሶም ኣቦ ስነ-ጥበባውያን ንፉዕ ኣጆካ ክቡር ሓውና ..
@mhirethabtom3954
@mhirethabtom3954 5 жыл бұрын
Ajoka ebimen tinan yhabka fetari
@yemanetesfamichael187
@yemanetesfamichael187 5 жыл бұрын
ሰላምን ጥዕናን ኣብ ሂወትካ ርሶም ገብረገርግሽ ገለ ሰባትስ ኣሪጉ ኢሎምካ ዓቢርካ ጥራይ ኣይኣረግካን ግን ኣብ ናብራካ ቅሳነት ኣብ ሂወትካ ጥዕና ክትረክብ ይምነየልካ ኣምላክ ይሓልካ ምስ ኩሉ ስድራቤትካ
@michaelnegash523
@michaelnegash523 5 жыл бұрын
ርሶም ንፉዕ ኣርቲስት ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈታሪ
@namikbre8341
@namikbre8341 5 жыл бұрын
Niber kiber Abo Haqi 😍
Kids' Guide to Fire Safety: Essential Lessons #shorts
00:34
Fabiosa Animated
Рет қаралды 14 МЛН
طردت النملة من المنزل😡 ماذا فعل؟🥲
00:25
Cool Tool SHORTS Arabic
Рет қаралды 10 МЛН
Logo Matching Challenge with Alfredo Larin Family! 👍
00:36
BigSchool
Рет қаралды 21 МЛН
ПОМОГЛА НАЗЫВАЕТСЯ😂
00:20
Chapitosiki
Рет қаралды 28 МЛН
New Eritrean Music Fthi/ፍትሒ  Russom G/Giorgis ርእሶም ገ/ገርግስ official Video 2019
5:41
Kids' Guide to Fire Safety: Essential Lessons #shorts
00:34
Fabiosa Animated
Рет қаралды 14 МЛН