No video

EMMA TUBE፦ ወግዒ ሕላይ ምስ ድምጻዊ ተመስገን ገብረስላሴ (ጣኒቆ)፡ ኣብ ግጥሚ ደርፊ ግዳይ መልክዕኺ (wegi Helay Temesgen G/sellasie)

  Рет қаралды 51,215

EMMA TUBE

EMMA TUBE

Күн бұрын

#EMMA_TUBE

Пікірлер: 202
@ngng3658
@ngng3658 4 жыл бұрын
Nay Temesgen degefti alena do ❤️❤️❤️🇪🇷❤️❤️💉💉💉💉💉💉💉💉💉💉💉💉💉💉💉💉💉💉💉💉
@De-jq7gg
@De-jq7gg 4 жыл бұрын
መርፍእ ደኣ ንምንታይ ዩ ወዲ 🇪🇷
@habenyohannes3682
@habenyohannes3682 2 жыл бұрын
Nay aklilu tesfaxien yu ti gtmi zi kulu ztntno zelo bqat nay getamay yu blke tum dmxi nay taniqo gn zeykehad yu
@aloniwilshare7394
@aloniwilshare7394 4 жыл бұрын
ዝኮነ ኮሞንት ምጽሓፍ ኣይፈቱን ኢየ ዝኮነ ይኩን ላይክ ጌረ ኢየ ዝሓልፍ ኔረ ፡ እዛ ኣምጺኩማ ዘለኩም መደብ ግን ብጣዕሚ መሳጢትን ምሃሪትን ኢያ ቀጽልዎ ፡ ጽቡቅ ስራሕ
@aslinatey6427
@aslinatey6427 4 жыл бұрын
ናፍቆት ኣለኒ ናፍቆት ስድራይ Kamzi kemay telalum like 💋🙏❤🇪🇷 emma kia yeketatelika alku
@user-oz2df5xo6y
@user-oz2df5xo6y 4 жыл бұрын
Aleku ane
@aslinatey6427
@aslinatey6427 4 жыл бұрын
@@user-oz2df5xo6y ajoka abza amet tetahizna kinatu ena adina neman elwo fetari
@user-oz2df5xo6y
@user-oz2df5xo6y 4 жыл бұрын
@@aslinatey6427 afka ysaar kbretey
@alinasir6290
@alinasir6290 4 жыл бұрын
Bahgi Alleni nay I Fexum and Abrar is abzi medeb amxekmulna teblu like
@robidider3815
@robidider3815 4 жыл бұрын
Ema abi seb mejemerta Thank u b teami des zbil agelalxa abet yebil gn zkeal ente koynu nay Yemane barya chira feres Thank u kea
@eritreantiktok9201
@eritreantiktok9201 2 жыл бұрын
ናይ ወዲ ቱካኣቦ ዘመን ትብል በጆካ ኣምጻልና
@eriberhe5887
@eriberhe5887 4 жыл бұрын
ጽቡቅ መግለጺ ኣነ ወላ እዛ ግዳይ መልክዕኪ ትብል ካብ ርእሰይ ዘትሃስስ ኣርእስቲ እያ ምስ ኣምጻእኩማ ብጣዕሚ ገሪሙኒ
@raskeisar4049
@raskeisar4049 4 жыл бұрын
ጽቡቕ ትዕዝብቲዩ፣ አዚና ነመስግን። ከም ሓሳብ ክልተ ደርፊ ብምንጽጻር እንተዝኸውን ዝያዳ ምጸበቐ።
@begooddogood8334
@begooddogood8334 4 жыл бұрын
በጃኹም ናይ ናሆም መስተ "ፍረወይኒ" :: ብዓል ናሆም ብፍላጥ ድዩ ብዘይፍላጥ አብ ስነ-ጥበብ ኤርትራ ዘስዕብዎ ዘለው ዕንወት ቐሊል አይኮነን:: ስለዚ አሉታዊ ሳዕቤናት ትሕዝቶ ግጥሚ ዜማ አልባሳትን ሳዕሲዕትን ገለ በለልና በጃኻ:: With respect ✊
@adudali9060
@adudali9060 4 жыл бұрын
Ezi mewaredina gidefo eba.!!!
@jonhagis9331
@jonhagis9331 4 жыл бұрын
ዓርኩ ጠለብና መጽያ ክትንትናዩ ኢይይ ሼር ኣይንሕመቅ
@kebrontv3845
@kebrontv3845 4 жыл бұрын
መደብኩም ጽቡቅ ኣሎ ቀጽልዎ ብምቅጻል ኣነኮ ነዞም ደቂ ግዜ ኣየዓግበሎምንየ ኣብ ከብደይ ኣትዩ ዉን ጠላሕ ኣይብለንንዩ። እንተቶም ናይ ቀደም ግን ዋዉ መግለጺ የብለይን። ብምቅጻል ናይ ሓጎስ- ብርሃነ (ሊሎ) በጃካ ኣማኒኤል በዛ ደርፊ ኢንፍጅን ገርካ ኣተሳኣኒ ኣብ ዓራትየ ዘለኩ።
@nevergiveup8614
@nevergiveup8614 4 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ጽቡቕ ስራሕ ቀጽልዎ። ናይ ቆርጫጭ እባ ኣቕርቡልና።
@romayemedia
@romayemedia 4 жыл бұрын
ንፉዕ ብቑዕ ተንታኒ ኣማኒኤል በርሀ ዕድመ ይሃብካ ፈጣሪ።
@merhawigebremedhin8031
@merhawigebremedhin8031 4 жыл бұрын
My fovorite song nay mejemertay dzkra derfi
@halamadrid7779
@halamadrid7779 4 жыл бұрын
Wawww Ema great
@negasigerensea9993
@negasigerensea9993 4 жыл бұрын
Bejaka ab ketsali hanti hanti kab gtmtatu asmana belo bzterefe tsbuk medeb 💯💯🙏🙏
@tedrosmhreteab2741
@tedrosmhreteab2741 4 жыл бұрын
Emma Berhe ndehrit meliskani anen nesekan ab Super Latteria kenestemakra. Love ❤️ you Emma hawey
@teklesenbetzayney7800
@teklesenbetzayney7800 4 жыл бұрын
ሰላም ሰላም ሄኖክ & ኣማንኤል ኣብ ዝመጽእ መደብኩም እባ ናይ ዮውሃንስ ትካቦ ምዕራፍ ትብል ደርፉ ኣቕርቡልና
@dubatop7581
@dubatop7581 2 жыл бұрын
Nice work 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@dahlak3739
@dahlak3739 4 жыл бұрын
ናይ ኪሮስ ኣስፍሃ ''ጽባሕኪ '' ትብል እባ ኣቕርበልና ኣብዚኣ ንሰማማዕ እስከ፡ደገፍ፡ንሃብ
@weldinoshow2731
@weldinoshow2731 3 жыл бұрын
ዋው ኣጆካ መምህር ፈትየዮ ኣሎኩ መደብኩም
@azmarino6522
@azmarino6522 2 жыл бұрын
Wow btami nfu hayasay ezi gazetena gen kfezez
@hamrstv7783
@hamrstv7783 4 жыл бұрын
ናይ ሲዕድ ብርሃኑ ኦ ክብርቲ ፍቅረይ ኣበር ኣልቦ ኮንኪ ምሒር ትፍቀር
@samson1563
@samson1563 2 жыл бұрын
Demxeii demxei demxii
@masawamtswa9842
@masawamtswa9842 4 жыл бұрын
Love you my brother ema🥰🥰🤩🤩🤩🤩🤩🤩🥰
@millionnuguse3952
@millionnuguse3952 2 жыл бұрын
🧡🤝🤝🤝🤝🤝🤝
@Fache316
@Fache316 4 жыл бұрын
ስምዓና'ባ ነቢ መሬትና ቤተ ሳይዳ መዕቆቢና ፔርሙዳ ጌርካዮ ኦ ነቢ ንዝጊ'ባ ፍራሕ ንረቢ። ልሳንካ ጠጥዕሙ ይምድር ኣእምሮኻ ክፍኣት ክሓልም ይሓድር ዝተጸበናዮ ሕብስተ ቁርባን ዝሃብካና ግን ቁርሲ ቡን ሰይጣን። ስርናይን ክርዳድን ብሓደ ትምሖ ጁባና ጓሕጒሕካዮ ከም ጓል ሄሮድራይድ ርእሲ ሰብ ክስየፍ ብቅንዕና ተብገስ ብመንደራጋሕ ትዕንቀፍ። ኦ ስምዓና'ባ ነቢ እናእወናስ ልቢ ዘይተዕቢ ዘፈር ክዳንካ የብለጭልጭ ከም ወርቂ ተጸበይትኻ ግን ተገረፍና ብደርቂ ስምዓና'ባ ነቢ እናእወና ኣይትሓርንኽ መንገድኻ ገዲፍና ጣኦት ከይነምልኽ !! ! ኣማንኤል በርሀ 2011 !
@aleygoitom8369
@aleygoitom8369 4 жыл бұрын
ሰላም ብሽራ ብሊና ግጥምኻ ብጣሚ ቡሉጽ ዩ : መግለጺ ቃላት ሲኢነ ክንእደካ :: ቀጽሎ ኣጆኻ :: ገለ ብዛዓባ ግጥሚ እንተ ትነግረኒ ኣዝየ ደስ ምበለኒ :: Thanks
@user-rx2dx7ns1v
@user-rx2dx7ns1v 4 жыл бұрын
እዛ ግጥሚ ሓቊፋቶ ዘላ ክልሰ ሓሳብ……ጸሎት ድዩ ክሲ ምስትብሃል ዘድልዮ ኮይኑ ይስምዓኒ
@user-wx1ui1fq3h
@user-wx1ui1fq3h 4 жыл бұрын
ዝድነቕ ግጥሚ ኤማ! ግጥምታቱ ደልየ ስኢነዮም፣ እንተሊካ በዚ`ባ ሰንድወለይ/ልና፧
@ghebrearegay5492
@ghebrearegay5492 4 жыл бұрын
btami xbuq timhrti eu emo ajoku btami agedasi eu emo qexlwo
@sajnsajn4845
@sajnsajn4845 2 жыл бұрын
Tawet ambesa
@BTmedia6726
@BTmedia6726 4 жыл бұрын
ንፉዓት ህየሳ መነቃቅሒ ህዝቢ 'ዩ ቀጽልዎ ኣይትደንጉዩና ካኣ ።
@eliyashaddish555
@eliyashaddish555 4 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ኣዝዩ ብሉጽን ጽፉፍን መደብ ዩ ቀጽልዎ ።
@hiwethiwet2551
@hiwethiwet2551 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ኣዝዩ ዝምስጥ ሓሳብ ሪኢቶ ናይዛ ደርፊ ውዱእ ኣገላልጻ ክቡር ሓውና ኣማኒኤል ንዚ ብሕጂ ዝድረፍ ደርፊ ኣብ ሃገርና ኣዝዩ ሃናጺ ዝኾነ ዘጣጥሕ መንገዲ ንስነ ጥበበኛታት ኤርትራ ዩ ይብል ብወገነይ 🙏🙏
@jiromgilagabr8894
@jiromgilagabr8894 4 жыл бұрын
ናይ ንሆም መስተ ፍረወይኒ ትብል ሕላይ በጃኩም ካብዞም ሓያላት ገጠምትና ክንሰምዓ ኣቅርቡልና
@abelbereket1759
@abelbereket1759 4 жыл бұрын
Wow 2nd comment welcome Deki eri 🇪🇷❤️❤️👈💞 .
@bebzelenayo3717
@bebzelenayo3717 4 жыл бұрын
Congra
@samieri2377
@samieri2377 4 жыл бұрын
Www btami xbuk medeb
@rhhjlrgyrr1321
@rhhjlrgyrr1321 4 жыл бұрын
ኣብዚኣ ገለከይትብል ኣታወዲ ዝፈትዋ ደርፊ ዝወጻ ዘይ ብላ
@eliyashaddish555
@eliyashaddish555 4 жыл бұрын
ሓወይ ኩልና ንፈትዋ ኢና ኮይኑግን ጌጋ ክህሉ ይኸአልዩ ግድንዩ ድማ
@merhawikefela8763
@merhawikefela8763 4 жыл бұрын
በሓቂ ዕቤት ከተምጹኡ ኢኹም።
@user-of9fg7fi9e
@user-of9fg7fi9e 4 жыл бұрын
ጽቡቅ ስራሕ ቀጽሎ
@tesfalemzeresenay3960
@tesfalemzeresenay3960 4 жыл бұрын
ብመጀመርያ ጽቡቅ መደብ አዩ ተቅርብዎ ዘለኩም ወግዒ ሕላይ። ተተካኢሉ ተኮይኑ ግን ናይ ቴድረስ ሓጎስ ( እሩሩ) ሰጉም እትብል ኣቅርቡልና
@mulubrhanghebray8024
@mulubrhanghebray8024 4 жыл бұрын
መጀመርያ እዛ ጀሚርኩማ ዘለኹም መደብ ቀጽልዋ ምኽንያቱ ብዘይሕብእብእ ነጻ ኾይኑ ዘድንቕን ዝነቅፍን ናይ ነዊሕ ተመኩሮ ዘለዎ ኣብ ህየሳ ሰነጽሑፍ ጋዜጠኛ ኣማኑኤል በርሀ፡ ቀጺለ ኩሉ ግዜ ተታሓሳስበኒ ብዛዕባ ድሒራ ዝወጸት ኣብቲ ጌዜ'ቲ ናይ ቴዲ ኣፍሮ ደርፊ ኣላምናትም ልቤ. ...... መልካኣን ይዛ ውጣ ... ልሂድ ልከተላት ብርግጽ ኣርእስቲ እታ ደርፊ ኣይዝክራን እየ ሓደ ዓይነት ፕሎት ምዃናስ ኩሉ ግዜ እያ ትገርመኒ እንተተኻኢሉስ ገለ'ባ በሉና የሕዋት ምናልባት ካብቲ መድብኩም ዳኣ ወጻኢ እያ እምበር።
@wedihailesahle4119
@wedihailesahle4119 4 жыл бұрын
Thanks emma.
@tshayemana360
@tshayemana360 4 жыл бұрын
Freweyni nay Nahom meste eba gele beluna Pls pls pls henoka and Ama
@habtomblackman9649
@habtomblackman9649 4 жыл бұрын
Ema nice ms kalot derafit kea dahss
@tigernevergiveup563
@tigernevergiveup563 4 жыл бұрын
ኣታ አቲ ትግርኛ ዘረበኡ ክብርተ ሃያል ሰብ ጽብቅ መደብ
@danielamanuel334
@danielamanuel334 4 жыл бұрын
EMMA TUBE ድምጺ ብጣዕሚ ሕማቅ ኣሎ። ኣብ መጻኢ ከተዐርይዎ ፈትኑ !
@jonhagis9331
@jonhagis9331 4 жыл бұрын
ኤማ. ኣብነታዊ ደራፋይ ሓየሎም ዝብሃል ዘማቲተይ ኢሉ ዝደረፈ ኣብ ሓቀኛ ዛንታ ዝተሞርከሰት ኢያሞ ነቶም ደረፍቲ ኣብነት ክትኮኖም ገለ ግበሩ ዘማቲተይ ኢያ ትብል
@rooneylegend2216
@rooneylegend2216 4 жыл бұрын
ጥዕምቲ ደርፊ ያ ፍርያት ናይ ዮናታን ተወልደ(ታንታን)። ግን ከኣ ልብኻ ትትንክፍ ደርፊ።
@jonhagis9331
@jonhagis9331 4 жыл бұрын
@@rooneylegend2216 ማራስከ ውሽጢ ናይ ሓየሎም ተረዲኡ ዝገጠማያ ክሊባን ገሊኣን ንዓይ ትዕብደኒያ በቃ ጥበብ ካብ ውሽጢ ክሳብ ዝኾነ ምዞም ካልኦት 10ግዜ ዝዝርግሑ ክንድ ዓስርተ ደርፊያ
@danikarin7498
@danikarin7498 2 жыл бұрын
Good job bro!
@zterke
@zterke 4 жыл бұрын
EMMA TUBE፦ ወግዒ ሕላይ ምስ ድምጻዊ ተመስገን ገብረስላሴ (ጣኒቆ)፡ ኣብ ግጥሚ ደርፊ ግዳይ መልክዕኺ (ኢንተርቪው ምስ ተመስገን ዘይኮነስ፣ ብዛዕባ ተመስገን እዩ ክኸውን ኔርዎ። የደናግር ኣሎ)
@rooneytesfay8452
@rooneytesfay8452 4 жыл бұрын
Bzaeba gtmi u zelo eti elal bzaeba derefti aykonen 🤔
@zterke
@zterke 4 жыл бұрын
​@@rooneytesfay8452 እወ ኣማኑአል ይትንትኖ ክሳብ ዝሃለወ ግን፣ ምስ ኣማኑአል ዝተገብረ ዕላል ብዛዕባ ትሕዝቶ ናይ ጣኒቆ ደርፊ እንተዝኸውን አየ ዝብል ዘለኹ።
@rooneytesfay8452
@rooneytesfay8452 4 жыл бұрын
@@zterke hizeka wedi hazhaz arkey 💯
@teamemossur7752
@teamemossur7752 Жыл бұрын
Anta Imas mulu Hangol keleks Hanti gnn Chama Aloka...However i like your way of Expression.
@merhawikefela8763
@merhawikefela8763 4 жыл бұрын
ናይ ናሆም ደርፊ ኣብዚ ሕጂ ሰዓት ኣካታዒት ኮይና ኣላሞ ፕሊስ ህየሳ ኣምጹዋ
@diegefahrlichengangesterba8896
@diegefahrlichengangesterba8896 4 жыл бұрын
Ezi wedi sentebebena mekunu ameskiru 1000
@esiabu8665
@esiabu8665 4 жыл бұрын
Good job
@mussiehabte8629
@mussiehabte8629 2 жыл бұрын
ኣማኑኤል በርሀ መጀመርያ ኣብ ሂወትካ ሙሉእ ጥዕናን ዕድመን ክህበካ ፈጣሪ ይምነየልካ:: ብምቅጻል ብዛዕባ እቲ ዳኒኤል ኣብራሃ ዝባሃል ደራሲ ድዩ ካሜራ ማን ኣይፈልጥን:: ብጣዕም ብዕሉግ ስራሕ ዝሰርሕ ዘሎ ሰብ ሙካኑ የጉህየካ:: ኣዋልድ ትግርኛ ሰለፈን ክቅላዓ ኣለወን ዝብል ሰብ ሙካኑ ብጣዕም ብዙሕ ሰብ እዩ ሓዝኑ ስለዚ ብዛዕባኡ ገለ መዐገስ ተትገብር ጽቡቅ ኔሩ
@fetawinebsu6401
@fetawinebsu6401 4 жыл бұрын
Nay wedi tkabo wedi haile sebari ataru eba pls🙏🙏
@hagerey672
@hagerey672 4 жыл бұрын
Respect!
@nahomgbremariam268
@nahomgbremariam268 4 жыл бұрын
ናይ የማነ ባርያ ጭራ ፈረስ ትብል pls
@berryrobi6685
@berryrobi6685 4 жыл бұрын
Nay Nahom meste freweyni
@sinitbella672
@sinitbella672 4 жыл бұрын
Aflto zelewo tntena
@abelamanuel8610
@abelamanuel8610 4 жыл бұрын
ድምጺ ጹቡቕ ጌሩ ይስማዕ የለን ብሰንኪ ሽሽታ፣ በጃኹም'ባ ተገደሱሉ፣ እዚ ወዳሓንኩም።
@habtomblackman9649
@habtomblackman9649 4 жыл бұрын
Ata nay temesege taniko deamo entay meglexi adliwo mlue mhret yewrdelka taniko hawey
@mesghinagheb3570
@mesghinagheb3570 4 жыл бұрын
Temesghen dimxawiyu wanatatu ekum ketemesgnu zigbeakum Aklilu Tesfatsion eyu wanu nay zi tihzto getamin zeyamin
@issumike1275
@issumike1275 4 жыл бұрын
ጽቡቕ መደብ EMMA TUBE ብጣዕሚ ጽቡቕ ትንተና ኣማኑኤል በርሀ፡ ካባኹም ንጽበዮ ብዙሕ ክህሉዩ። ናይ ኣሌክሳንደር ካሕሳይ(sandro) "ዓርከይ" ትብል ኣላ'ሞ ኣብ ግጥምን ዜማን ዘሎ ንጽጽር ወይ ድማ ውህደት ገለ ክትብለና። respectfully.
@teklitrashahabteab4321
@teklitrashahabteab4321 4 жыл бұрын
Nay bhaki nedeka ema hayal dahsasi ktqxel zelewa medeb
@peacetv9802
@peacetv9802 4 жыл бұрын
ሰላም ኣደልውቲ አዚ መድብኩም ጽቡቅ ዩ ኣዙ ሓጋዚ ዩ ን ስነ ትበብ አዘን ናአታ ረምታ ዝበልካየን ግን ግለጸልና ባ ብዙሕ ኣይገልጽካየን plz teklka abe zemxe medbka gelxelna kebur sen tebbawi Amanuel berhe.
@user-rg6uq5ce8d
@user-rg6uq5ce8d 4 жыл бұрын
ክቡር ሓው ገሊጽዎም ኢዩ ብዝኮነ ናዕታ ማለት ናይ ግጥሚ ሕጊ ኮይኑ ኣብ መወዳእታ ሓደ ዓይነት ፊደል ዝውድእ ኢዩ ንኣብነት 1 ዲ 2 ዲ ረምታ ከኣ 1 ሊ 2 ሚ እዚኦም ኢዮም ሕግታት ግጥሚ ኢዮም
@peacetv9802
@peacetv9802 4 жыл бұрын
@@user-rg6uq5ce8d tanks kbur hawey
@Mulue844
@Mulue844 4 жыл бұрын
ኣብ ሎሚ ንበገስ "ትማሊ ሓሊፉ'ዩ፡ ጽባሕ ገና ኣይመጽአን፡ንዓና ዘለና ሎሚ ጥራይ'ዩ፡ሕጂ ንጀምር" ትብል ናይ ማዘር ተሬዛ ጥቕሲ ኣንቢበስ መሲጣትኒ። ኩሉ ሰብ ንጽባሕ'ዩ ዝትስፎን ዝነብርን፡ እቲ ብዕምቆት ዝሓስብ ሰብ ግን ጽባሕ ናቱ ዘይምዃና ኣንዳዕዲዑ'ዩ ዝፈልጥ። "ከመይ'ዩ ነገሩ" ዘብለካ ጉዳይ። ብጽሞናን ብህድኣትን 'ተመርሚርካዮ ግን ንጽባሕ ዝኸውን ኣብ ሎሚ'ዩ ዝትለም።እቲ ኣብ ሎሚ ንጅማሮ ዘይነቐለ ኣእምሮ ፡ንጽባሕ'ውን ሎሚ ስለዝብላ፡ ጽባሕ ምስ በረቐትሉ ጉዳየይ ጽባሕ ክገብሮ'የ ንኽብላ ፈጺሙ ኣይእገምን'ዩ ። ኣብ ህይወትና ምስ እንዕዘብ ንጽባሕ ክንጅምሮ ዝበልናዮ ከይተግበርናዮ ዝበለየ፡ ብኡ ኣቢሉ ዝተረደርበየ ብዙሕ መደባት'ዩ ዝጸንሓና። እቲ ቀንዲ ቁም-ነገር ናይ ሎሚ ከይፈለጥና ናይ ጽባሕ ትርጉም ንኽርድኣና ብፍጹም ዘይሕሰብ'ዩ። ሓደ እዋን ሓደ ናይ ሎሚ ሚስጢር ኣዝያ ዝበርሃትሉ ለማኒ ኣጋጢሙኒ። ናብቲ ዝነበርክዎ ቦታ መጺኡ እተን ዘልመድክዎ ክህቦ ሓቲቱኒ።ኣነ ድማ" ጽባሕ ክህበካ'የ ሕጂ ሰለዝመሰየ ንቤትካ ኪድ በልክዎ"፡ ትቕብል ኣቢሉ "ቁሩብ ጸኒሐ ክኸይድ'የ ንስኻ ግን ሕጂ ሃበኒ"ብምባል ነቐጸ። "ኣታ ወዲ ክወግሕ እንድዩ"ምስ በልክዎ " እወ ክወግሕ'ዩ ግን ናይ ጽባሕ መን ይፈልጥ ፧ኣነ ምልማን ይገድፎ ይኸውን፡ ወይ ድማ ንስኻ ሓሳብካ ትቕይር ትኸውን፧ "ትብል ንሎሚ ጥራይ ትኣምን ካብ ኣእምሮኻ ዘይትርሳዕ ቃል ደርብዩለይ ተፋንዩ። ሎሚ ኣብ ኢድና ዘላ ዝተጨበጠት ህያብ'ያ። ኣብ ሎሚ ንበገስ::
@selameritrea1969
@selameritrea1969 4 жыл бұрын
እዚ ጽሑፍ ዋና ኣለዎ፡ዋና ብዋና እቲ ብሉጽ ስነጥበበኛ ኣኽሊሉ ተስፋጽዮን። እቲ ስሙ ቆሪጽካ ምጥቃዕ ነውሪ እዩ። እቶም ነዚ ከተረጋግጹ ትደልዩ ድማ ኣብ aklilu tesfazion song writer ዝብል ፔጁ ኣቲኹም ኣረጋግጽዎ፡ዘይናትካ ኣይናትካን እዩ።
@Mulue844
@Mulue844 4 жыл бұрын
@@selameritrea1969. Yes xbuq aleka gn des sle zbeletni eye.
@btesfayuznber2413
@btesfayuznber2413 4 жыл бұрын
ሓቂ ምንጪ ምግላጽ ስነስርዓት እዩ
@aymwwsbambam5783
@aymwwsbambam5783 4 жыл бұрын
Nay wedi tukabo gue leminey tbl ke kemey tria Emma gele eske belena
@abieltsegay5311
@abieltsegay5311 4 жыл бұрын
Zkonet derfi nay wedi tkabo eba fetnelna please ????
@tbtv7943
@tbtv7943 4 жыл бұрын
ABIEL TSEGAY ናይ ወዲ ትኳቦ ድኣ ኣየርክቦን ባሕሪ ኢዩ ግን ይፈትኑልና ንጽበ
@helensamu8747
@helensamu8747 4 жыл бұрын
Ama habibi wedi berhe
@JGFM.
@JGFM. 4 жыл бұрын
ሰላም ስላም ንኩላትኩም ተከታተልቲ እዚ መደብ and ኣቅረብትን ናይ ቀላኣብ ካብዘን ሓደሽቲ ተትቅሩቡልና አማ ትገብሮ ዘለላ መደብ ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ እዩ እሞ ቀጽሎ ካልእ ንመንሰያት ዘንቅሕ መደብ ከተዳሉ በዓል ሙሉእ ተስፋ እየ እዞም መንእሰያት ብዙሕ ዝጎድለና ነገር ስለ ዘሎ ብሕጽር ዝበለ ንዘዝመጸ ደርፊ ነጣቅዕ ጥራሕ ኢና እዚ ከኣ ማረ ክንደይ ኣብ ምስትምቃር ደርፊ ዘለና ብቅዓት ዘርኢ እዩ ንደራስን ተንታንን እዚ መደብ ከኣ ከየመስገንክዎ ክሓልፍ ኣደልን ዝከኣል ተኮኑስ መባታዊ ኣጸሓሕፋ ግጥሚ ተትቅርበልና ደስ ምበለኒ tanks a lot
@dongolatemalaeatawedi7291
@dongolatemalaeatawedi7291 4 жыл бұрын
Nay nahom yohannes meste Freweini tbl haysa bejaka
@eliyashaddish555
@eliyashaddish555 4 жыл бұрын
ኣብ ቀዳማይ ክፋል ኣላትካ ሓወይ
@petrospeter22
@petrospeter22 4 жыл бұрын
መርሓባ ኤማ እንቋዕ ድሓን መጻእካ
@samsomkaleab6578
@samsomkaleab6578 4 жыл бұрын
Kef zelewa medeb nay kaleab derftat kea tntenetat medleye so kexlwo
@wedieri491
@wedieri491 4 жыл бұрын
wellcome deqi eri tsbuq medeb kem kulu gzye kqtsl zelewo medeb yu ama nabzi gorebet abilom halew zblu zelewu ka helen nhom wezete aqrbelna
@wuleybob2652
@wuleybob2652 4 жыл бұрын
ናይ ናሆም መስተ ፍረወይኒ ትብልደርፊ ኣጣምትኡ ክፈልጥ ምደለኹ ኔረ
@genetteklemengesha9164
@genetteklemengesha9164 4 жыл бұрын
Nnahom iae belulna ianfetu(kompasu) zsehate merkeb koynulo. Freweyni frewyni.....
@peacetv9802
@peacetv9802 4 жыл бұрын
የሕዋት ናይ Amanuel berhe facbok zengrni men alo add kebl delye?
@jonhagis9331
@jonhagis9331 4 жыл бұрын
ናይ ንሆም ፍረ ወይኒ ትብል ዳህስሳ ምበልኩኻ ግን ደርፊ ኣይኮነትን ዘረባያ
@sawrawidegens2016
@sawrawidegens2016 4 жыл бұрын
Nay agame deae entay ktsbq kkkk
@gziememhr3662
@gziememhr3662 4 жыл бұрын
Kkkkkkk
@theblueschelsea8921
@theblueschelsea8921 4 жыл бұрын
ክኽክክክ ናይ ፍርዋየስ ግደፍ ድኣ ብድብድቡ ንሕለፎ
@bestofbest2989
@bestofbest2989 4 жыл бұрын
Danel zebhal gerla alo abu kedka semaya nay nahom
@samrawitghirmay7524
@samrawitghirmay7524 4 жыл бұрын
Nay nahomsi ay gdn
@danieltsegay2454
@danieltsegay2454 4 жыл бұрын
Ema ወግዒ ሕላይ ጽቡቅ መደብ ዩ። ን ኤማ ካኣ ጽቡክ ብዘይ ስክፍታ ምትንታኑ። ግን አቲ መልእክቲ ቁሩብ ናብ ደረፍቲ መሲል ጥራሕ መሲሉ።ኣነ ግን ዝያዳ ናብ ገጠምቲ ክከውን ኣለው በሃላይ የ።
@user-uo6yw4nu4o
@user-uo6yw4nu4o 4 жыл бұрын
እቶም ደረፍቲ ባዕሎም መሪጺም እንዲዮም ድገዝእሎም so ኣብቲ ኣማራርጻ ክጥንቀቁ ጊደፎ ደኣ ይተብትቦም
@danieltsegay2454
@danieltsegay2454 4 жыл бұрын
@@user-uo6yw4nu4o ጽቡቅ አንዲካ ዘለካ ሜሪ ወዲ ኤረ። ግን ደራፋይ ዝበሃል አንተ ሓመቐ ሓንቲ ስራሕ ከበርክት ኣለዎ ማለተይ ኣበርክቶ ክህልዎ ኣለዎ ሽዑ ኣፍልቶ ናይ ስነትበብ ይህልዎ ሞ ክመርጽን ክህብ ን ይክእል።
@millionnuguse3952
@millionnuguse3952 2 жыл бұрын
🤝👍👍👍👍🥰🥰🥰
@amersalhe9963
@amersalhe9963 2 жыл бұрын
Ezi derfi kedmi mezrghu bal amanial keftshwo nerwom
@henosaymon
@henosaymon 4 жыл бұрын
Nay nahom meste bejakum Freweyni tbl gelxelna nay behaqi xebuq serah
@fili4439
@fili4439 4 жыл бұрын
hiii ema xbuq qexlo ika gn bejaka eba nay arsenal tarik ngerena bflay nay 2003/2004 znebere moment
@amanuel9272
@amanuel9272 4 жыл бұрын
Miraf nay wedi tkabo
@abelbereket1759
@abelbereket1759 4 жыл бұрын
Please Emma tube ab qexali nay Tomas arazar ( eanbabay)
@user-qs3er8hh8k
@user-qs3er8hh8k 4 жыл бұрын
ናይ ኣብራሃም ኣፈወርቂ በቢዘለናዮ
@user-of9fg7fi9e
@user-of9fg7fi9e 4 жыл бұрын
ናይ ኣብርሃም ዳ እንታይ
@filmonestifanos2606
@filmonestifanos2606 3 жыл бұрын
ቡሉጽ ኮሚዳን ፈተዮ ኣለኩ ቀጺሎ አካ
@danielgebremichael4468
@danielgebremichael4468 4 жыл бұрын
Ema brother studio tawla wesikela grma kihlwa
@amchannel2829
@amchannel2829 4 жыл бұрын
kab nay abraham afewerki kea gele beluna eske
@samson1563
@samson1563 4 жыл бұрын
Pls try demxei keteriyio fetenu
@wedieri6480
@wedieri6480 4 жыл бұрын
*Nay wedi tkabo ka tentnwo*
@girmayabraham3258
@girmayabraham3258 4 жыл бұрын
ፍረወይኒ ትብል ናይ ነሆም ወዲ ኣድያም ኣቕርበልና
@galhakir4173
@galhakir4173 4 жыл бұрын
መለይ ምስ በልኩ እንድየ afka taum blalu ember hmake aytzarebelu bro zeygage seb yelen 👍
@girmayabraham3258
@girmayabraham3258 4 жыл бұрын
@@galhakir4173 የቐንየለይ ሓወይ
@binihawiandresiniesta9596
@binihawiandresiniesta9596 4 жыл бұрын
Wow kief alekum mara adnikekum kemzi gerna nimeaad nmesagen kea yeqenieleyqq
@galhakir4173
@galhakir4173 4 жыл бұрын
bini hawi Andre's iniesta abshirka wegeney 👍
@dejenzerezghi5254
@dejenzerezghi5254 4 жыл бұрын
Please nay nahom yewhans (Freweyni)tble aqrbelu
@robeltesfu2679
@robeltesfu2679 4 жыл бұрын
Kef alewa eza medeb please ayteqarxwo nay wedi tkabo ete tmxulna gn des mbelena
@liverlivernevergiveup1027
@liverlivernevergiveup1027 4 жыл бұрын
Xebuk megletsi bro
@wegahtafishaye9699
@wegahtafishaye9699 4 жыл бұрын
Wawwww
@ghirmawiaraaya5326
@ghirmawiaraaya5326 4 жыл бұрын
ብመጀመርታ ጸሓፊ ወይ ስነጥበባዊ ኣይኮንኩን። ግን ድማ ካብቶም ቀንዲ ኣስተማቐርቲ ስነ ጥበብ ኢየ። ኣማኑኤል በርሀ ኣብ ጋዜጣ ሓዳስ ኤርትራ ብዝጽሕፎም ዝነበረ መሰጥቲ ጽሑፋት ኢየ ዝፈልጦ። ብፍላይ እታ ንጂኦግራፍያዊ ጸጋታት ኤርትራ ትገልጽ ዝነበረት መደብን፥ ኣብ ዝተፈላለየ ታሪኻዊ በዓላትና ብመልክዕ ግጥሚ ዘዳልዎም ዝነበረ ዓንቀጻትን ብጣዕሚ ኢዮም ይምስጡኒ ነይሮም። ህልም ጥፍእ እትብል ህየሳ ደርፊ እትብል መደቡ እውን ከምኡ። እንተዘይተጋግየ እዛ ናይ ጣኒቆ ቅድሚ ነዊሕ እዋናት ኣብ ጋዜጣ ሃይስዋ ነይሩ ኢዩ። ሕጂ ድማ ደሓን እተዉ ኣብ ቃሬዛ ምስቃል ዝተረፎ ደርፍታትና ክትንትን ኣምጺእክሞ። መን ከም ኤማ። ፈጣሪ ቀመም ንስነጥበብ ኤርትራ ኢሉ ዝፈጠሮ ብልሂ ኢዩ። በሓቂ ሕብእብእ ዝጎደሎ ደስ ዘብል ትንተና ኢዩ ዘቕርበልና ዘሎ። ቀጽልዎ ድማ። ከም ጠለብ ድማ፥ ሽሩኽ በይነይ እትብል ናይ ወዲ ተዓረ ዘመናዊት ሙዚቃ ክትንትነልና ይላበወኩም።
@yohannessium9948
@yohannessium9948 4 жыл бұрын
ናይ ናሆም ኢየ ኣቲየ ክዛረብ ኣብታ ፊረወይኒ ********^^^^^^^^^^^^^^^^^^^*******^^ ግጥሚ ሓምሙ ዋና ስእኑ ትርጉም ዘየብሉ ከይዱ በንኑ ዋና ስእና ፊረወይኒ ትነብዕ ኣላ ግጥሚ ኣይኾነትን ኣባኣ ከላ ተመልስካ ስምዓያ ናሆም ይፊታሓላ ፊረወይኒ ጥዕምቲ ኢያ ታስም ግጥሚ ግን ንስማ ገድፋትላ ሕትም ግስም መድሃኒት ዘየብላ ንልባ ዘቅስን ሸተኽ በተኽ ተሪፋ ጉዳም ከተሕዚን
@messimessi2782
@messimessi2782 4 жыл бұрын
nay nahom meste ba bejaka gele belena freweyni tbl bahlawit dya wey si zemenawit wey fqrawit kab kulu 0 koynatni neay
@meronmarro5217
@meronmarro5217 4 жыл бұрын
Nezom komalat tegaru eu dey deriflom weza resah tgraway wala ykewn wedza didit
@kevitekle3481
@kevitekle3481 4 жыл бұрын
This is deep
@merhawiestianos3530
@merhawiestianos3530 4 жыл бұрын
Btami xbuq agelalxa .
@ruftamichael3338
@ruftamichael3338 4 жыл бұрын
Entekilkum please nay dawit shlan ksab lomi zeresta derfi eba gele gberu thank you
@dawitmogos6427
@dawitmogos6427 4 жыл бұрын
Nay Kahsay Berhe bidel hamet
@Meleyentertainment2024
@Meleyentertainment2024 2 жыл бұрын
Wela hanti ayterdann azyu wedi bekana nay haysa yeblkan zarkey kkk
@ghebretnsaeteklebrhan9497
@ghebretnsaeteklebrhan9497 2 жыл бұрын
Anes zgermeni kndzi aynet fltset bzasba bahln snetsbebn zelewo seb abey tedefinu neru
Пройди игру и получи 5 чупа-чупсов (2024)
00:49
Екатерина Ковалева
Рет қаралды 4,4 МЛН
Meet the one boy from the Ronaldo edit in India
00:30
Younes Zarou
Рет қаралды 20 МЛН
Please Help Barry Choose His Real Son
00:23
Garri Creative
Рет қаралды 23 МЛН
WILL IT BURST?
00:31
Natan por Aí
Рет қаралды 31 МЛН
NEW 2024 ERI SITCOM [MEWEALTI] PART 23 ( BY BRUNO )
43:33
Awra Tube
Рет қаралды 9 М.
ጥቅስታት ኣልበርት-ኣንስታይን
7:43
yumun-tube
Рет қаралды 225
Пройди игру и получи 5 чупа-чупсов (2024)
00:49
Екатерина Ковалева
Рет қаралды 4,4 МЛН