No video

NEW ERITREAN HYESA 2023 BY Amanueal Berhe ህየሳ ደርፊ "ወስኒ" ቀለኣብ ተወልደመድህን ብአማኑኤል በርሀ

  Рет қаралды 35,204

NATIONAL MEDIA DIASPORA-NMD(ሃገራዊ ሜድያ)

NATIONAL MEDIA DIASPORA-NMD(ሃገራዊ ሜድያ)

Күн бұрын

NEW ERITREAN HYESA 2023 ህየሳ ደርፊ "ወስኒ" ቀለኣብ ተወልደመድህን
ብአማኑኤል በርሀ #eritreanmusic #tigrignamusic #Saeyet
#eritreanmusic #tigrignamusic #Saeyet
#NewEritreanMusic2020 #Eritreanmusic #Eritreansong #Eritreannewsong
#NewEritreansong #MusicofEritrean #MusicofTgirigna
#EritreanWeddingMusic #EritreanWeddingSong #EritreanBestGuayla
#Eritreanawdametmusic #EritreanAwdametguayla #EritreanAwdametsong
#NewEritreanSongs #NewEritreanMusic #BestEritreanguayla
#Eritreannewmusic #Tigirignamusic #Eritreanguayla #Eritreanbestmusic
#Eritriantigirgnaguayla #tigirignaguayla #Besttigirignaguayla
#besttigrignamusic #besttigrignaguayla #Tigrignaguayla2020
#EritreanMusic2020 #Tigrignamusic2020 #EritreanWeddingsongs
#EritreanWeddingMusic #OldEritreanMusic #OldTghirignaMusic
#Eritreanderfi #OldEritreanSongs #EthiopianMusic #EthiopianSong
#Ethiopiandrama #Ethiopiantgraymusic #EthiopianAmharicMusic
#Ethiopianfilm #Ethiopiancomedy #Ethiopianfilms #Ethiopianmusics2020
#AmharicMusic #OldAmharicsong #OldAmharicMusic #Ethiopiansongs2020
#Ethiopiannewsongs #Ethiopiannewmusic #MusicofEthiopia
#EthiopianMovies #Ethiopiannewmovie #EthiopianMovie #EritreanDrama
#EritreanMovie #Eritreanfilm #Eritreannewmovies #EritreanDramas
#Eritrean2020bestdrama #Eritreanbestfilms #Eritreanbestfilm
#Eritreandrama2020 #BestEritreandrama #EritreanBestdrama2020 #SAEYET
solosons-ltd.s...
BOOK STORE [Tigrigna Books]

Пікірлер: 167
@abielsolomon6322
@abielsolomon6322 9 ай бұрын
ኣንታ ጅግና ኮርዒዳ ኤማ ብራቮ
@tadeseteklebrhan
@tadeseteklebrhan Жыл бұрын
ኤማ፡ ጥበብና ካብቲ ጸዲፍዎ ዘሎ ሓዲድ ንምምላስ እትገብሮ ዘለኻ ቃልሲ ሓራም ክብሪ ይሰማዓካ ።
@sebirna7872
@sebirna7872 6 ай бұрын
Ema ajoka qexlo xbuq tntena🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️
@iyasutsehayet621
@iyasutsehayet621 Жыл бұрын
ክብረት ይሃበልና ክቡር ሐውና ኤማ ። መብራህቲ ኢኻ።
@fithawihabtemariam2923
@fithawihabtemariam2923 Жыл бұрын
ኤማ ኣስሊ ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ
@habenfissehaye3808
@habenfissehaye3808 Жыл бұрын
ኣብ ገሊኡስ ሃልኪስካ ኤማ
@user-zs1yq3fv3c
@user-zs1yq3fv3c 9 ай бұрын
Ama nateyyyyy kefizeleka.
@yonatansolomon9614
@yonatansolomon9614 Жыл бұрын
ብራቮ ኤማ ኩሉ ህየሳታትካ ይከታተሎ ኢየ።ኣዝዩ መሃሪ ስለዝኾነ ኢየ ኸኣ ብተመስጦ ዝከታተሎ፡ተስፋ ይገብር ከኣ ይብዝሑ ይውሓዱ ካብ ልቦም ንጥበብ ክሰርሑ ዝብህጉን ዝተግሁን ዝርካቦም ስነጥበባውያንና ንህየሳኻ ብኣወንታ ተረዲኦም ኣብ ቀጻሊ ስርሓቶም ጽባቐን ጣዕምን ወሲኾም ጽምኣት ኣእዛንና ከርውዩልና።
@SHa-hx8fw
@SHa-hx8fw Жыл бұрын
Ema bela gerka dea htsebom ember ezininasi metsaweti geromo yom ketsilo habibi ❤
@habtomberhane1541
@habtomberhane1541 Жыл бұрын
You are very intelligently man 🤗👑👐
@Mhkldhjd
@Mhkldhjd Жыл бұрын
ብሉጽ ኢካ ብሓቂ ቀጽሎ ኣይትደንጉየና
@Fili.eri-south
@Fili.eri-south Жыл бұрын
Emma & dani wedi memhr 👌👌👌 our best . Keep working hard ema hawey
@danielgrmay5994
@danielgrmay5994 Жыл бұрын
You’re very intelligent Ama shikor ❤️👌🏾keep it going 🙌🏾
@yonasokubamichael9019
@yonasokubamichael9019 Жыл бұрын
ኤማ ጅግና ቀጽሎ ነዞም ገጠምቲ ኢና ገለ በሃቲ ኣጽርዮም
@marder8401
@marder8401 Жыл бұрын
waw btaemi eka mestewali.Nfue. good job.
@semerearaya7302
@semerearaya7302 Жыл бұрын
Tkikil Aleka Emaa 🙌🏻🤛🏻👌🏻
@mielamedia8697
@mielamedia8697 Жыл бұрын
ኤማ ሓወይ መጀመርታ ኣብ ዘለኻዮ ዕድመን ጥዕናን ብምቅጻል ኣነ ቅድሚ 10 ገለ ዓመት እየ ኣብ ጋዜጣ እንደሃየስካ ዝከታተለካ ዝነበርኩ ሕጂ ኸኣ ብዩቲፕ ምምጻኻ ብጣዕሚ ደስ ኢልኒ ክብረት ይሃብካ። ብምቕጻል ምስ ዘለካ ብቕዓት እዚ ዓቕምታትካ ተካእቲ መታን ክትረክብ ብመልክዕ ኮርስ ስልጠና እንተትህብ ጽቡቕ ኔሩ። ካልኣይክ ከኣ ካብ ኣብ ዝተፈላለየ ቻነላት ካብ ትጽዕኖ ናትካ ቻነል ከፊካ እንተትሰርሕ ንስኻ ምረባሕካ ንሕና'ውን ካብ ፈቐዱኡ ክንደልየካ ኮለል ክንብል ኣይምሃለኽናን ኣብ መወዳእታ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ሂቡ ምስ ዓቕምኻን ፍልጠትካን ንበረልና ዝዓርከይ።
@michealalem2
@michealalem2 Жыл бұрын
ኣማ ሓወይ ምስባር ግጥሚ ኣጋጢሚዋ።
@yemanetsegay4747
@yemanetsegay4747 Жыл бұрын
Bravo
@meronyemane3055
@meronyemane3055 Жыл бұрын
Welcome Ama hawey, hasabatk ayxelon eye, qexlo xbuq srah. Kemau gerka keman tetearyom eyom zeyemtnan getemtnan. Tekielka dea nay Eliham mahamed hanti hizkalna zeytmexe
@abelyekalo3547
@abelyekalo3547 Жыл бұрын
ኤማ ኣብ ገሊኡስ እባ ተሓባበሮም ጊዘ ዘይኮነ በዲልዎም ህግደፍ ኢዩ እዚ ከኣ ብርዱእ ምኽንያት ናብ ጊዘ ሓኪሉ ኣሎ
@dawitmebrahtom3680
@dawitmebrahtom3680 Жыл бұрын
ኤማ መሕጎል እታ ግጥሚ እውን ብዓባያ ምውቲ እያ። ዋላ ጠላሕ ዝብለኒ ትሕዝቶ ኣይረኸብኩላን። ግዳ ሞያዊ ነቐፌታኻ ወትሩ ምስ ኣድነቕኩዎ 'የ ቀጽለሉ።
@mebrahtuaregay3520
@mebrahtuaregay3520 Жыл бұрын
ናይብሓቂ ኤማ ሓውና ብምውተይ ኢልካስ ኣዚ ኩፍኡን ደስዘይብል ቃልን እዩ። እቲ ቀንዲ ጸገም ግን ናይሰማዕቲ ኮይኑ ይስማዓኒ ትሕዝቶ ይኹን መልእኽቲ ከይሰማዕና ምቕባል እቲ ዝኽፍአ ድማ ናይ ፍሉጥ ደራፋይ እንተኾይኑ እሞ ከምደለወ ምቑሓም እዩ። Anyway thank you
@bisratgoitom6279
@bisratgoitom6279 Жыл бұрын
ኣታ ወዲ ተባዕ ኢኻ ኣነ ካብ ኩሉ ደስ ዝበለኒሲ ነቲ ጥበብ እምበር ንሰባት ዘይትትንክፍ ምዃንካ ኢየ ኣድኒቀካ ። በል ዕድመ ይሃብካ።
@MussieMehari-jt4kc
@MussieMehari-jt4kc Жыл бұрын
Ama hawey abzia si ane medrek tezrekb neaka mhayeskuka
@alwayshopeful2614
@alwayshopeful2614 Жыл бұрын
እታ ብሙዉተይ ትብል ቃል ክስምዓ ከለኹ ይጸልኣ ኔረ ክገርመካ
@teshomekassahun6896
@teshomekassahun6896 Жыл бұрын
Am traying to make a song you are my teacher thanks for your advice 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤
@medebmsgana5016
@medebmsgana5016 Жыл бұрын
Ama king
@Blessed-ml6yq
@Blessed-ml6yq Жыл бұрын
Eway meselcew eka wedka
@biniamalora1436
@biniamalora1436 Жыл бұрын
ደስ ዘብ ህየሳ 'ዩ ኤማ !!
@dawitbahta637
@dawitbahta637 Жыл бұрын
Bravo Ema hawna.
@WNRMedia
@WNRMedia Жыл бұрын
very smart person I really admired you but let me give you one thing at first it is better to give some of the good things that the clip has... after that the suggestions.Any way keep,going bravoooooo....
@nationalmediadiaspora
@nationalmediadiaspora Жыл бұрын
Thanks for the tips!
@amanuel2090
@amanuel2090 Жыл бұрын
Wowww ኤማ 👏👏👏👏 ዝወረዶ ግዜ መሕብኢ ፈራሓት 😂😂😂
@godismyshepherd304
@godismyshepherd304 Жыл бұрын
Ema Zfelaleyom dea eti ab adna zelo "CHEKAN SIRAT ESSEYAS" Eyu.Sik dea bel kuslna aytgudeana. Niska win bitbat kithysa aykealkan.
@haniyo2210
@haniyo2210 Жыл бұрын
Ema announce us your official KZfaq channel
@traveltoeritrea7557
@traveltoeritrea7557 Жыл бұрын
ኤማ መስተውዓሊ
@ermias1283
@ermias1283 Жыл бұрын
Emush nay behakie
@shishayaraya2993
@shishayaraya2993 Жыл бұрын
ኤማ! ፈታትሎ ጥራይ ።
@hafizkemal3105
@hafizkemal3105 Жыл бұрын
ኤማ ስራሓትካ ብጥዓሚ ጽቡቃትን ብዙሕ ተመክሮ ዝሓለፎምን ምዃኖም ጥርጥር የብሉን ግን ናትካ ቻነል ክፈት ንዓኻ ክንደሊ ኮለል ንብል ኣለና
@dahlak3739
@dahlak3739 Жыл бұрын
እዚ ፈርዩ ዘሎ ደርፍታት ተዝህየስ ክሉ ዳርጋ ዜሮ ዩ ማለት ዩ ኮ ሰኣን ኣፍልጦና ባ ይጻወቱልና ኣለዉ ኤማ ደኣ ድሃን ኢቶ ረዲእኻና ኣለኻ በርትዕ ሓወይ።
@kemlbeylbey715
@kemlbeylbey715 Жыл бұрын
ግዜ ምባል ኣብ እዋን መግዛእትታት ደረፍትና ይጥቀምሉ ኔሮም'ዮም መኽንያቱ እቲ ዝነበረ ስርዓት ድላዮም ክብሉ ስለ ዘይፍቅደሎም ዝነበረ ስለ'ዚ እቲ መኽንያት ርዱእ ይመስለኒ ድሓር ክኣ ኣብ ገለ ዘይምትንታን ንህዝቢ ኣንፈት ሂብካ ባዕሉ በቲ ዝስምዖ ክትንትኖ ምግዳፍ ንባዕሉ ጥበብ'ዩ መስለኒ እቲ ዝደጋገም ውን መግለጺ ቃንዛን ኣንጸርጽሮትን ቁጥዐን'ዩ እዚ ንባዕሉ ትርጉም ዘለዎ ይመስለኒ ኣብ'ዚ ብዙሓት ከም ጌጋ ዘቐምጥካዮም ኣብ ካልኦት ኣድናቖት ክትህበሎም ተዓዚበካ'የ እንተ ኣካል ግን ተሰቢሩ'ዩ እሰማማዕ'የ ከዛርቡና'ዮም ደልዮም ኤማ ሃየስቲ የድልዩና'ዮም ኣብ'ዚ ጥበብ ዝተደፈረሉ እዋን ንዓኻ ምርካብና ውን ሕጉሳት ኢና ግን ተጠንቂቕካ ግዜ ወሲድካ ካብ ስምዒት ወጺእካ እቲ ደርፍን ኩነታትናን ምርዳእ ዘድልየካ ዘሎ እመስለኒ እዚ ዝበልኩዎ ነዛ ህየሳ እዚኣ ጥራይ'ዩ ዝውክል ኣብ ካልእ ኣድናቒኻ'የ
@dahlak3739
@dahlak3739 Жыл бұрын
ኤማ፡ናትካ ቻነል ዩቱፕ ክፈት በጃኻ
@erione1750
@erione1750 Жыл бұрын
Ema Wesani ane termini ya nera
@biniamabraha1246
@biniamabraha1246 Жыл бұрын
ኤማ ንዚ ኮሞንት ተንብቦ''ዶ። ናትካ ሂየሳ ካብ ዘራእክወን ኩለን ኣንጻር ደረፍቲ ኢካ። ወይ ንስካ ገደፈና ወይ ደረፍቲ ይገደፉና ኣጺሙምኩና እኮ በፈላይ ነስካ። ገጢምካ እንዶ ሃብ።
@janiwoldetinsae
@janiwoldetinsae Жыл бұрын
ሓንሳብ ሓንሳብ ታህዋኽ ናይ ኣስፊሕካ ምምርማር ወይ ካብ ጽበት ዓውደ ፍልጠት ዝነቐለ ጉድለታት ከም ዘለካ ይርኣየኒ።ስለዝስ ገለ ተወሳኺ ጻዕሪ ብምክያድ ከም ሞዴል ናይ ኣተሓሳስብ ክኾነካ ዝኽእል ክልስሓሳባት እንተተዋህልል፡ቅድሚ ንሓደ ግጥሚ ንምህያስ ምድምዳምካ፡ትኽክል ገምጋም ኣብ ምግባር ከትደምዕ ምሓገዘካ ዝብል ርኢቶ ኣለኒ። ስለ ዘይሕለል ተገዳስነትካ ኣዝየ እየ ዘድንቐካ ቀጽል ክሳብ ፍጹም ምልኣት ዓብ ሰብ።የቐኔልና።
@berekethabtab4311
@berekethabtab4311 Жыл бұрын
Kela eska xolul eka wela neti xebok eka aber twxalu
@danielghebre
@danielghebre Жыл бұрын
ንኩሉ ደርፊ ዘንጢሉ በናጪቁ ወዲእዎ ንዓና ጽብቅቲ ደርፊ እያ ግደፈና እምባእ በጃካ
@tesfalemgrande7242
@tesfalemgrande7242 Жыл бұрын
ዝኾነ ስራሕ ዝበለጸ ክኸውን ጽቡቕ እዩ ብፍላይ ስነጥበብ::
@user-jc5eb5gj9v
@user-jc5eb5gj9v Жыл бұрын
ኣእዛንካ'ዩ ተበናጭሩ ዘሎ ክጠራንፈልካ'ዩ ብሩኸይ። ርቐቕ ዕሙቕ እሞ በል ሽዑ ዝተበጨረልካ ተለሊ።
@mot6321
@mot6321 Жыл бұрын
ካብ ዘገልገለ ዘውደልደለ ትብል ምስላ ኣዚያ ኣብ ርእስኻ ስለ ዝኣተወት ኢኻ ብሮይ ክክክ
@abduselamibrahim2351
@abduselamibrahim2351 Жыл бұрын
Ema wesani mara eka tekeyfeni Gn bejaka ba balka getimka xfuf srah aryena Wey teleka neta natka Hayselna With all respect
@user-ko9yr8jb6b
@user-ko9yr8jb6b Жыл бұрын
ኢማ ኣብ ወስኒ ዝበላ ቃል ክም ርዲትይ ወስኒ ክብላ ኮሎ ማለት ተፋልሊና ምንበር እንትርፎ ቃንዛ ኢዩ ስለዚ ኣፍቃሪቱ ክትምለሶ ክትውስን። ምክንያቱ ካብ ዓይኒ ዝገለለ ,ካብ ልቢ ገለለ ክመዝሎ ማዕዶ ንማዕዶ ኣይጥዕምን
@yonasbeyene9992
@yonasbeyene9992 Жыл бұрын
Ama hawey kemza derfi geira zelenayo tigelix yelan endie welfi aleka ember men felyiwom tifelit eka
@user-el6pc3id1v
@user-el6pc3id1v 13 күн бұрын
ክዳን ይቀይራል መለያ ዝበልካያ አፍ አለዋ
@kebirates5125
@kebirates5125 Жыл бұрын
ኤማ ኣብ ብዙሕ ኳ ጽቡቕ እንተሃለኻ: ኣብ ገሊኡ ግን ምስ ገዛእ ርእሱ ይዛረብ እንተሃለወ ኸ?
@senayzemen-ig5vc
@senayzemen-ig5vc Жыл бұрын
Wey Kolel Kiblo Zdeleye Elu alo.Wesini Si Temesli Wey Wisedeni Nrakebelu Gize Wn kikewn Ekle Eyu. Hidesa do Belkumo Hidesa Aykonen Kinie Eyu ezi.Kalie Srah Dle Zhawey.
@redaemebrahtu1500
@redaemebrahtu1500 Жыл бұрын
እዛ ደርፊ ተዘርጊሓ ክሊፕ ምስረኣኽዋ፡ እዛ ናይ ኣብርሃም ኣፍወርቂ ክሊፕ ዘኪረ ቅቅ
@Rossy204
@Rossy204 Жыл бұрын
ናይ መን ጀበና"ዩ ሓወይ, ገጽ ፈረስ, ሃፋ ፊት ንፊት ርኸቦ ኩሉ ከብርሃልካ"ዩ
@hadgudesta3219
@hadgudesta3219 Жыл бұрын
Wela niska ema aqarixo nihiyesa kithiys buqua aykonkan pls aqarixa eza hiyesa mebiliatika aykonetin kalia hases bel wela tewasae enido
@dantesfaldet3688
@dantesfaldet3688 Жыл бұрын
Aseyyy reakibkiley nezi lokmaxe ata elllel eallel hazikea mijer gibera ema metabitey ✌️♥️
@selammerkeb9754
@selammerkeb9754 Жыл бұрын
ክላ ኣታ ኤማ እዚ ትገብሮ ዘለኻ ህየሳ ኣዝዩ ኬፍ ዘለዎ ከንሱ፡ ግን ንደረፍቲ ክእረምሉ ዝኽእሉ ግዜ ኣይትመርጽን ኮንካ።እንታይ ማለተይ መስለካ ጌግኦም ክእረሙ እንተኾይኖም ክኸስሩ ኣለዎም። ስለዚ እታ ደርፊ ኣብታ ዝወጸትላ ግዜ ገና ሓደ ወርሒ ከይገበረት ክትህይሳ ኣለካ። መኽንያቱ ንኹሉ ሰብ ጌጋ ከምዘላ እንተተረዲእዎ ነቲ ደራፋይ ክሳራ እዩ። ስለዚ እንተ ኸሲሩ ድማ ኣብ ዝቅጽል ናይ ግድን,ዩ ጥዑይ ስራሕ ዘይኽስሮ ሒዙ,ዩ ክመጸና። ብኡ መንጽር ድማ እቲ ስነጥበብ ናይ ዓድና ክማሓይሽ ይኽእል። እምበር ናይ ሎሚ ደረፍትና እቲ ዝደልይዎ ሰልዲ,ዩ። ጽባቐ ስራሕ ኣይገድሶምን,ዩ። ስለዚ እቲ ዝደለይዎ ምስ ረኸቡ ህየሳ ጌርካ,ሲ እንታይ ለውጢ ክተምጽእ ትኽእል? ብኸምዚ ለውጢ ወይ ጽባቐ ስነጥበብና ክምለስ ንዓይ ብወገነይ ኣይሕሰብን,ዩ። በጃኻ ኣብ ቀጻሊ ንሓቲ ትህይሳ ስራሕ ኣብታ ዝወጸትላ ግዜ እንተ ነውሐ ድሕሪ 2 ሰሙን ሰሚዕካ ኣስተማቒርካ ክትህይስ ተስፋ ይገብር። ብዝተረፈ ኣጆኻ ቀጽሎ ከይተቋርጾ ብስነጥበብ ንጠፍእ እምበር ንለምዕ የለናን ናይ ጽባቐ ከበሮን ኣስላፋት ደቀንስትዮን ኮይኑ,ዩ ተሪፉ ዘሎ ደርፍታትና። በጃኻ ካብ ሓዝካዮ ንሕስያ ኣይትግበር ኣብ ልክዓን ሰዓታን ረኺብካ ክትህይስ ተስፋ ይገብር።
@lomisyeakleni7894
@lomisyeakleni7894 Жыл бұрын
Ema s ab wexai hager zqmet kkewn nierwo
@Seb.ykber12
@Seb.ykber12 Жыл бұрын
ጽቡቅ ኣለኻ ግን ኣይኮነን ዶ ከሲሮምስ ከይከሰሩ ዶ ኣይኮኑን ሓደ ግዜ ርእሱ ብደንጎላ ፈጊኦሞ ነይሮም ሃይስካና ኢሎም
@adiamwoldu8188
@adiamwoldu8188 Жыл бұрын
Ata seb kekser des yebleka hemum dika kendi armo
@fetahchekan8796
@fetahchekan8796 Жыл бұрын
Ema kidmi bzuh ametat ab gazeta endaxehafe ye zfelto, kem ema seleste abta hager entezhlwu kula tetenqiqa mserhet, ane za derfi bhayli zema ya tesemia ember gtmi stmetn smitn zeybla feras maybetat zhazet ye degagime semia gn edlina zeygba zhabebet derfi ya
@habtomkidane2555
@habtomkidane2555 Жыл бұрын
Way ezi wedi kula mdraf ktgedfo eya kkk bebhade kbexhom eu
@bogeabilekijermen4129
@bogeabilekijermen4129 Жыл бұрын
ክብረት ይሃበልና ኣማን ሓውና ቅጽሎ ብዝሑ ሽግር ከምትሕልፍ ኣነ ብውልቀይ ይፍልጥ እየ ። ኣብነት ዳኒ ወዲ መ ኣለና ። ንሱ ከማን፡ኣብዚ ኮይኑ ብዝሑ ሽግራት ዩ ። ዝመጾ ንስኻ ግዳ ኣብውሽጢ ዓዲ ኮንካ ናይግድን ዩ ግን ኣጆኻ ቅጽልዋ ብፍላይ ናይ ሕጂ ድርፍታ ገንዘብ ምኽዓቢ ጥራይ ኮይኑ እንበ ውላ እቶ"ም ጥዑያት ድረፍቲ ኣብ ከምዚ ከውድቁ ክትሪ ብጣዕሚ ዩ ዝሕፍር ውረ ኣይድሃሉንን ናይ ህዝቢ ኢና ይብሉኻ ግን ኣብ ባይታ ባዶ ይጽንሑኻ ፨ ሕበረተሰብና ይጥፉ ኣለው፨፨ሓንቲ እባ ካብ ድርፍታቱ መድሃነ Ge (ንኡሰይ ኣቅርበልና እቲ ግጣሚ ገሬ ብጣዕም ሓይል ዩ ትሕስቲ ዘለዎ ዩ ዝህቦ ብቃ
@momona369
@momona369 Жыл бұрын
ዝበጸት ስራሕ ኢየ እዛ ደርፊ ናይ 2022 "ወስኒ"!!
@jossy2714
@jossy2714 Жыл бұрын
Fili nebsi bezi bezi mknyat elu zeysger chbTtat amxilna alo. kmkt fetine gn haku eyu. Gele nska ente Hashka gele belo ember zgedefela yeblun. Kabten zfetwa derftat dma eya.
@weysebdeqeytblradio5526
@weysebdeqeytblradio5526 Жыл бұрын
Dear Ema, You might not know how many followers you have, but obviously you know that we are toooo many! So, have you ever took in to consideration to distribute your works on one or specific Chanel, or to start your own KZfaq Chanel for the convenience of your supporters and followers and also for you to secure the continuity of ur work. Thanks 🙏 ❤
@musicaadmasawiqanqa7373
@musicaadmasawiqanqa7373 Жыл бұрын
I'm one big fan of ema
@Fili.eri-south
@Fili.eri-south Жыл бұрын
Well said bro. He is unique 👌👌👌. I want to help him but i can't find his adress🤔🤔🤔
@Wedimamaa
@Wedimamaa Жыл бұрын
ካበይ ናበይ ኢኹም ተብልዎ ዘለኹም ነዚ ወዲ ኣብ eriwood ዶ ኣይነበረን
@lomisyeakleni7894
@lomisyeakleni7894 Жыл бұрын
ያ ዝዓርከይ ናትካ ኮመንት ምስ ርኣኹ የ ኣብ ካልእ ቻነል ከም ዘለኹ ተረዲእኒ Thank you .bqereba zrekbo seb entehalyu ab hanti chanel kxieno khber alewo,kem kalieyti kea ab abeyti Chanel tezxieno mhashe
@hayeyacob8045
@hayeyacob8045 Жыл бұрын
👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾
@alazartensew5913
@alazartensew5913 Жыл бұрын
እሞ ግዜ ኣይፈላልይን ማለትካ ድዩ!? ኣደዳ ኲናትን ስደትን ግዜዶ ኣይኮኑን
@kibromberahi7231
@kibromberahi7231 Жыл бұрын
Ema jig bolom zom bal zaro
@user-ez9lp3yv1d
@user-ez9lp3yv1d Жыл бұрын
ኣማኑል በርሀ ፈውሲ ልቢ ቁሩብ እኮ የዕሪፍና ሳላ ጥምጥም ዝሓዝካዮም እዞም ሕማቃት ገጠምቲ ፡ ገልኦም ሲ ወረ ኣብ ማይ ዝኣተወት ኣንጭዋ ኮይኖም ህምጥ ፡ ስጥም። እስከ ልቢ ዘረስሪስ ግጥሚ ድማ ሕዝካልና ምጻእ ንኣብነት ኣብዚ እዋን ጎብለል ኤርትራ ኮይኑ ዘሎ ውልዶ ስነ-ጥበባዊ መልኣከ ኣብርሃ ተትህይሰልና ጽቡቕ ነይሩ። ደንበ ዕንክልል ቃው ቃው ኣብልዋ
@eritreaadey5961
@eritreaadey5961 Жыл бұрын
ሙሉ ዝብሃል የሎን እናተማላእካ እዩ
@saronmeron3607
@saronmeron3607 Жыл бұрын
nska baelka abti zereba tfers aleka
@siraktareke6530
@siraktareke6530 Жыл бұрын
azi natka hadna ayu
@eri-dairyeritrea1377
@eri-dairyeritrea1377 Жыл бұрын
ኤማ ኣነ ውን ብሞተይ ብሞተይ ብሞተይ፡ክከታተለካ ወሲነ ኣለኹ።
@amanerilove
@amanerilove Жыл бұрын
ህድማ ፍቕሪ እሞ ዘይትብላ
@nationalmediadiaspora
@nationalmediadiaspora Жыл бұрын
😂😂😂😂😂
@mebregebar9228
@mebregebar9228 Жыл бұрын
😀😀😀😀
@starman7024
@starman7024 Жыл бұрын
ናትካ ቻነል ክፈት ኤማ
@kerenydge7648
@kerenydge7648 Жыл бұрын
Ema hawey...enjera ezgi blae...abshir....belomm bzyds ezia hyesa natka...ndreft hagerna azya mharit..ya...bzyada nkalot qanqatat keman ente zerkb....nkula hibreteswb Eritrea mewekelet ebl...miszi wdhanka
@banarahwa5346
@banarahwa5346 Жыл бұрын
ኣብራር ኣፈወርቂ × ኣብርሃም ኣፈወርቂ √
@medafish9032
@medafish9032 Жыл бұрын
Ama yeake belom dea😂😅
@user-cz8rt9tz3n
@user-cz8rt9tz3n 9 ай бұрын
እንታይ ዳኣ ሓዲሙ እን ዳበልካ ትሓድም ናይ ዓድና ክነታት ውኒ ብዓቢኡ ህግደፍ ፋሕ ፍሕ ይእቴሙልና እንዲዮም።
@natanshkor8088
@natanshkor8088 Жыл бұрын
ኣታ ቻይናዊ ሰብኣይ ኣብ ሓደ ቻነል እንዶ ርገጽ ተኸኽ እኮ ኣቢልካና ደድሕሬኻ ክንከይድ
@sawrawidegans2900
@sawrawidegans2900 Жыл бұрын
Natka hyesa dkam alewo agelglot mdhan hager eyu keydu qdm zeythato nmntay getimwa
@gabsha9722
@gabsha9722 Жыл бұрын
ሰሪሕካ ሃቦም በል ካብ ምንእኣስ ሐሺሻም።
@hajawigodayfmaworld4331
@hajawigodayfmaworld4331 Жыл бұрын
Ane kem zrdaeani nerakeb newesen eyu tetekimla! Eta rdeit gna bebeynena alena bzuh seb eyu zestemakra
@temesgennegasi1739
@temesgennegasi1739 Жыл бұрын
Ema xubuk tntena eyu gn kulu gize negative tray koynu
@frezghitesfamariam7538
@frezghitesfamariam7538 Жыл бұрын
Silety zeleka biqat (filtet)nab hzbika mizrgahka kibret yhabelna Bmiqxal nimnat eka natka chanel zeytkefit teketateltika nab feqedo Chanel kideluka kab ziwilu
@abeltsegay4295
@abeltsegay4295 Жыл бұрын
ኤማ ወዲኢካዮም ኢካ ። ኢስከ ናትካ ግጥሚ ኣለካ ዶ መምሃሪ ድኮዉን ኢስከ ኣምጻኣልና
@tiegstiweldeslasie3848
@tiegstiweldeslasie3848 Жыл бұрын
Teimeti derfi ya bjaka wa
@wedisahil5561
@wedisahil5561 Жыл бұрын
Ema bela anexirkaya ane eza bmewotey tbel derfi mara eya tgermeni nera😂😂😂
@seidtelo5878
@seidtelo5878 Жыл бұрын
እሞ ባዕልካ እንዶ ገጢምካ ሃቦም ካብ ዜሮ ኢዩ ትሕዝትኡ እንዳበልካ ዘዝፈረየ ተባክስ ኣንታ ኣያኒ
@wedinarya1123
@wedinarya1123 Жыл бұрын
*ዓካር እዚ ኣይምልተካን'ዩ ኪዲ ናይ ስዑዲ ህየሳ ስማዕ*
@digegoitom4687
@digegoitom4687 Жыл бұрын
@@wedinarya1123 aytgage zhawey xbuk alo! Gudletom xbuq gonomn kitnegrom aleka mber hmaq eyu trah ente elka dea wala neti teazabi ayenay eyu cbuq eko mirdae abiwo
@abelteklit4321
@abelteklit4321 Жыл бұрын
@@wedinarya1123 mshmush aqmka nsa eya eber nsus xbuq alo
@mohamedsuwarez324
@mohamedsuwarez324 Жыл бұрын
@@wedinarya1123 hawi monaliza qorax intay aleka abzi netih teref dron
@user-vr5vd5bj3l
@user-vr5vd5bj3l Жыл бұрын
ንሱ በዓል ሞያ ኢዩ ፡ካብ ቀደም ኢዩ ደርፍታት ዝህይስ ብቅዓት ኣይተረኣየካ ዘሎ ቀስ ኢልካ ኣስተብህሉሉ ግዜ ወሲድካ እሞ ክርድኣካ ኢዩ ፡ሓቂ ኢዩ ከምዚ ሰብ 10 እንተ ዝህልውና ደሪፍታት ኣብ ላዕሊ ደረጂ ምበጽሑ ነይሮም
@zezuzanzan4946
@zezuzanzan4946 Жыл бұрын
እዛ ወዲስ ኣረቂ ጭልግም ኣምሲይ ዝመጸት ትመስል:: ርእሳ ከም ዝወቃዕካያ ደርሆ ነቅ ነቅ ትብል ኣንቱም ሰባት:: መሳኪን ደቂ ዓድና ኩሌም መንጊጎም::
@meleakekibrom3480
@meleakekibrom3480 Жыл бұрын
,ኤማ እዚ ትገብሮ ዘለኻ ብሞያኻ ተመርኲስካ ተቕርቦ ከምዘለኻ መጠን ኣዝዩ ኣራምን ሃናጽን ከኸውን ይኽእል ዩ፡ እንተኾነ ግን መብዛሕትኦም እቶም ስነጥበባውያን ናይ ዓድና ምስቲ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ሕጽረት ኢንተርነት ክስምዕዎ ዝኽእሉ ኣይመስለንን መደባትካ ስለዚ ብፍላይ እቶም ገጠምትን ዘየምትን ኣብ ዝተኣከብሉ ኣጋጣሚ ወይ ውን ባዕልኻ መደብ ሰሪዕካ ክትመያይጡ ከለኹም ዝያዳ ኣብ ግብሪ ምውዓለ ትምህርትኻ።
@MihreYeAb
@MihreYeAb Жыл бұрын
ኤማ መጽረብ.
@Haniyotuber
@Haniyotuber Жыл бұрын
Edma fkri zeytbla uy😂😂😂😂❤
@zenawimebrahtu4165
@zenawimebrahtu4165 Жыл бұрын
ነጋቲቭ እንዲካሞ ኣብዚሒካዮ ናይቲ ደርፊ ጽቡቅ ውን ክትዛረብ ይግበኣካ ምንቃፍ ናርቲስት ብዘይካ ከሐይሎም ስነ ስርዓት ንኽገብሩ ውን ይሕግዞምዩ ናትካ ግን ኣመና ኣብዚሕኻዮ ከምዚ እንተኮይኑ ናዓኻ ገዲፍና ኖዖኦም ምድጋፍ ይሕሸነ ምክኒያቱ ንስኻ ገድድካ
@actionawia9337
@actionawia9337 Жыл бұрын
Meshakin meharin 😂😂❤❤❤
@angshtecletsion104
@angshtecletsion104 Жыл бұрын
Nkulom qnue aykonen tray mewaelka kab eyu aykonen mbal eti kkewn ykl tblo baelka zeytserhalu kbur ayana
@robinetoo4899
@robinetoo4899 Жыл бұрын
Ema nataka acounta eske kfet Ab hadiue subs kngebr
@abiiiiiiiiiii22
@abiiiiiiiiiii22 Жыл бұрын
Wesni maletu ko nab nktmexi kulu gedofki maletu u bzkone gn hyesa kgber kelo ms getami fit nfit konka tezfxem des mbele
@jonethebreain2031
@jonethebreain2031 Жыл бұрын
ብሙውተይ ብምውተይ ክብል ይውዕ ኤማ ያኣኸ ከማኻ ተዝበዝሑልና:: ኣብ ዩቱብ ክትምህረና ዘይትጅምር ህየሳ ሳዓብትኻ ክትሪኤና:: ካብ በይንኻ ትሓምም መታሕምምቲ ንኾነካ ክክክክ
@samu8274
@samu8274 Жыл бұрын
ኣማኑኤል/ ንምታይ ኢኻ ግን ብዓይኒ ሕስድና ትርእዮ ዘለካ። ውልቃዊ ጽልኢ ምስ ስነ ጥበባዊያን ድዩ ወላስ ኮነ ኢልካ ኤርትራዊያን ኣርቲስ ንምድሃል እዩ? ደርፊ እኮ ከከም ሰማዒዑን ስሚዕቱን እዩ እኮ መስለኒ፡ እንታይ ወሪዱካ ኢኻ ግን ሕስድና ተከፋፍል ዘለኻ Mister negative ደርፍታት West African, English, Spanish (Latin American) ካልእን ደርፍታት እንተትስምዕ ይዋኣይካ ከምዚ ትብሎ ዘለካ ኣይምበልካን። ምክንያቱ እቶም ኣብ ዓለም ድንቂ ዝባሃሉ ሙዚቃታት ኣብ Grammy Awards ዓመት መጸ ዝሽለሙ ደርፍታትን እንተትሰምዖም እዚ ትዛረቦ ዘለካ መሕፈረካ ኔሩ። ደራፋይ ቀላኣብ ከምኡ እዉን ገጣማይ ሃብቶም ናይ እዚ ዘለናዮ ጌዜ ወለዶ ኣርቲስት እንበር መዛምራን ወይ ባሕታዉያን ኣይኮኑን ይመስለኒ ፡ ግጥምታቶም ዜማታቶም ከም ድሌቶም ጌሮም ይግጠምዎን ይድረፍወን ክብርታትን ባህልን ህዝቦም ሓልዩም ይሰርሑ ኣለው እንታይ ግበሩ ትብሎም ኣለኻ። እቲ ካብ ናይ ኣብርሃም ኣፈወርቂ ንሓንቲ action Clip ተቀዲሑ ዝበልካዮ ከኣ ንሕስድናኻ ኣጉሊሓ ዘርኣየት እያ እታ Action ኣብ ብዙሕ Music clip ኣብ ናይ ህንዲ ይኹን ናይ ምዕራብ ደርፍታት ትደጋገም እያ ኣበይ ደኣ ኢልካዮ እንበር ኣብ Music clip ዝግበር Actions ተዋረራሳይ እዩ። ሰነፋት ነቐፍቲ ኣብ ጎደና ምዕባሊ ተሓቢኦም ዝጸንሑ ሸፋቱ ወይ ከተርቲ እዮም።
@solomonabai1524
@solomonabai1524 Жыл бұрын
Ema eti tsbuk sheneku keaba ngerena
@haniyo2210
@haniyo2210 Жыл бұрын
Habesha sindrom ybhal ezi natka xegem nsu beti natu profession msti nay hbretsebna bahln sne mgbarn amezazinu iu nqefetu zhb zelo ember hasidwom aykonen. Neti nay grammy award do nay american Hindi derftat reayo smeayo tblo zelka gn, lielka yreon ysemon yestemaqron iu moyu sle zkone.
@alexkidane5932
@alexkidane5932 Жыл бұрын
Sek elka eka xihfkaya bzey aflto
@eriboybarber7682
@eriboybarber7682 Жыл бұрын
ኣቤት ዓዘራ ስደት ንግደት ኮይኑ ዝስምዖ ሃላይ ሰብ'ሲ ብባህሊ ባዕዳውያን ይግረም ሱቅ በል ሱቅ ውን ክብረት እዩ
@traveltoeritrea7557
@traveltoeritrea7557 Жыл бұрын
መጀመርታ፡ብዛዕባ ጥበብን ምስትምቓርን እዩ ዘሎ እቲ ወግዒ።ብዛዕባ ንግዲ ወይ ብዛዕባ ሸቀጥ ኣይኮነን ዝዛረብ ዘሎ፡ሕስድና ከኣ ኣብ ንግድን ሸቐጥን ደኣ እምበር ኣብ ስነጥበብ ቦታ የብሉን።ህየሳ ከኣ ስነፍልጠት እዩ፡ሞያ እዩ።ልክዕ ከምዚ ሕጊ ከይጉዕጸጽ ኣኽባር ሕጊ ዘሎ፡ስነጥበብ ከይበላሾ ዝሕሉ ከኣ ሃያሳይ እዩ።ስለዚ ህየሳ ክተባባዕን ዝያዳ ናይቲ ሞያ ክኢላታት ክፈርዩን፡ከም ውጽኢቱ ከኣ ስነጥበበኛታትና ዝበለጸ ስራሕ ክሰርሑ ደኣ ከነተባብዕ ኣለና እምበር፣በዚ ትብሎ ዘለኻ መንገዲ ክንገልጾ ኣይግባእን።ብዛዕባ ህየሳን ሃየስትን፡ኣገዳስነት ህየሳ ኣብ ዕብየት ስነጥበብ ዘለዎ ተራን፡ፍልጠት ይውሕደና እንተኾይኑ መጻሕፍቲ ኣንቢብና ኣመለኻኽታና ከነተዓራሪ ደኣ ኣለና እምበር፡ንስነፍለጠታዊ ህየሳ(ከምዚ ናይ ኤማ) "ሕስድና" ኢልና ክንገልጾ ቅኑዕ ኣይኮነን።
@Blessed-ml6yq
@Blessed-ml6yq Жыл бұрын
Srah ete sieka bralkA dref beaka gtem kulu bealka gbero nsom naka yezebu mdraf mgtam ygedfwo hjis abzihkayo.ufffffffff melekti eko hibuna eyu wesni nkulu eya ttqll terediatna eya nana aytsekef ya mejunune
Or is Harriet Quinn good? #cosplay#joker #Harriet Quinn
00:20
佐助与鸣人
Рет қаралды 20 МЛН
Ik Heb Aardbeien Gemaakt Van Kip🍓🐔😋
00:41
Cool Tool SHORTS Netherlands
Рет қаралды 9 МЛН
Zombie Boy Saved My Life 💚
00:29
Alan Chikin Chow
Рет қаралды 29 МЛН
Or is Harriet Quinn good? #cosplay#joker #Harriet Quinn
00:20
佐助与鸣人
Рет қаралды 20 МЛН