EMN - 26 ክፋል - ዕላል ወዲ ጀበሊ ( ብዛዕባ ቲ ደቂንስትዮ ዝቐያይር. ግን ከኣ ዘይዓግብ መንእሰይን ካልእን) - Eritrean Media Network

  Рет қаралды 46,147

 ERITREAN MEDIA NETWORK

ERITREAN MEDIA NETWORK

2 жыл бұрын

/ officialeritreanmedian...
****************************************************************
EMN - 26 ክፋል - ዕላል ወዲ ጀበሊ ( ብዛዕባ ቲ ደቂንስትዮ ዝቐያይር. ግን ከኣ ዘይዓግብ መንእሰይን ካልእን) - Eritrean Media Network

Пікірлер: 109
@gebeyalebu1644
@gebeyalebu1644 2 жыл бұрын
We need more fair people like Yonas . Wodi Jebli , you’re definitely the star ⭐⭐⭐⭐ ⭐
@eriterabarentu1119
@eriterabarentu1119 2 жыл бұрын
ወዲ ጀበሊ ፍሉይ ዘይምኖ ትምሪ ደስ ዝንል ማዓስ ትምጸና ብሃንቀውታ ንብጸ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም።
@filmonmenghis9011
@filmonmenghis9011 2 жыл бұрын
ወዲ መምህር ሎሚ ን መምህር መሓመድ እንተዘይተምጽኦ፡ ብሓቂ ክድውል ተሌፎነይ ኣዳልየያ ጽኒሐ። እንቋዕ ብሰላም መጻእኩም።
@user-dr1yv8lq9k
@user-dr1yv8lq9k 2 жыл бұрын
ንስካ ዲኻ ሰዓትን ፈረቃን ዝደወልካ ዲኻ
@filmonmenghis9011
@filmonmenghis9011 2 жыл бұрын
Kkkk ayyy agatami dea temesasila.
@gebeyalebu1644
@gebeyalebu1644 2 жыл бұрын
መሓመድ ሳልሕ( ወዲ ጀበሊ) እንተዘይመጸ'ሞ : እዛ ሸው (ኤሪትርያም ሚድያ) ከትመውት'ያ:: ወዲ ጀበሊ ትሑዝ እንሹራንስ ናይዛ መደብ'ዩ ::
@abdulrahimabdulkadir5936
@abdulrahimabdulkadir5936 2 жыл бұрын
Kemti nay amrica kigbra delka kkkkk
@hageryshokor4563
@hageryshokor4563 2 жыл бұрын
ወዳ ጀበሊ ዓቢ መምሀር አላህ ይሕፈክ ከሙኡ ኻአ ዩናሰ ቡዝሕ ሰላም
@abizzhabzzreactionyt7817
@abizzhabzzreactionyt7817 2 жыл бұрын
ወዲ ጀበሊኖ ነዊሕ ዕድመ ምስ ኩሉ ብቅዓትካ 🙏🏻
@sen-ayt7782
@sen-ayt7782 2 жыл бұрын
ወዲ ❤️ጀበሊ ዓቢ ሰብ ኹልሻብ ንደልየካኣ ቀጺሎ ዓቢ መምህር 🙏🏽ኣይትፈለየና 🙏🏽ዮናስ ጹቡቅ ገርካኣ ነዚ ቡሩኽ ሰብ ዘቅረብካልና 💌🇪🇷
@ertraniertrawiyan9844
@ertraniertrawiyan9844 2 жыл бұрын
ዮናሳ ።ወዲ ጀብሊ ዶጊኹምና ናፊቂናኩም ቲድግዩና ኣለኹሙ❤❤❤❤❤💯🇪🇷🇪🇷
@asmaitawetu390
@asmaitawetu390 2 жыл бұрын
ኣይትገደሱሉ ዚ ኮምኡ ድበለካ ወዲ ጀበሊ ንበዝሕ ንድግፈኩም ኣለና ኩሉ ተቅርብዎ ጹቡቅ ብታኤም 🇪🇷❤🇪🇷
@yosephmichael5377
@yosephmichael5377 2 жыл бұрын
እዞም ጀጋኑና ዘሕለፍዎ ህይወት መላገጺ ጏዕማማት ኣይኮነን ቅያ መስተንክር ቅያ እዩ ኣያና ሓመድኑር ነዚ ብውሕዱ ታሪኩም ታሪኽ ጀጋኑኑ ብንእሽትይ ካብቲ ዝሓለፈ መሪር ሂወት ዘስነቕካና እዜ እየ ተሳሒበ እንኳዕ ድማ ብሂወት ሃለኻልና
@josimantekeste163
@josimantekeste163 2 жыл бұрын
Hii deki ereay welcome anqa bdehan mexakuna dengiatna kenikumna 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@tsegeredaghebre5758
@tsegeredaghebre5758 2 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ ወዲ ጀበሊ።
@salahomerali1626
@salahomerali1626 2 жыл бұрын
ما شاء الله يحفظك
@teklitteklit5551
@teklitteklit5551 2 жыл бұрын
ወዲ ጀበሊ ኢቃዕ ብሰላም መጻካ ጥዑም ዩ ዕላልካ ዕድመን ጥዕናን የሃብካ ፈጣሪ።
@SebNkun
@SebNkun 2 жыл бұрын
*ወዲ ጀበሊ፡ ካብ ምህሮ ኣእምሮ ዝበሃል ምስላ ብሓቂ ኣባኻ ርኤዮ፡ ብጣዕሚ ኢና ንፈትወካ ቀጽሎ*
@gebeyalebu1644
@gebeyalebu1644 2 жыл бұрын
ንወዲ ጀበሊ ዋላ'ዞም ካብ ሃርቫርድ እና ተመሪቃና ዝብሉ ኣይወዳደርዎን እዬም: ወዲ ጀበሊ "ጅንየስ ' እዩ:: ናዶ ዶክተርየት ማዓርግ (ኣኖረሪ) ክስለም ኣሎዎ ::
@um_auysh
@um_auysh 2 жыл бұрын
I agree 100%
@HAREGU1
@HAREGU1 2 жыл бұрын
መርሓባ ወዲ ጀበሊ ኮሙኡ ከአ ንዮናስ 🇪🇷❤️🌷🌾💐😍🇪🇷
@aboodi2068
@aboodi2068 2 жыл бұрын
ወዲ ጀበሊ ነዘም በዘሐ ዘ ዛረቡ አይትገደሶለም አኻ ነሐና በጣዕም አና ናፈትወካ አሰኻ መምህር ነይ ሂወት አኻ
@wediasmerag7428
@wediasmerag7428 2 жыл бұрын
Very nice please keep doing like this interesting 👌👌👌👌👌👌👌👌🇪🇷
@amanuelgebrekristos3498
@amanuelgebrekristos3498 2 жыл бұрын
ወዲ ጀበሊ & ዮናስ ብጣዕሚ ንፉዐት ብጣሚ
@aliosman5367
@aliosman5367 2 жыл бұрын
Thank you Yonas for this vidoe. Wedijebeli sleti thbo mkri yeqeniyelna. Edmen tenan ka yhabkum and Amlak ybarkum.
@belayneschbegazion3286
@belayneschbegazion3286 2 жыл бұрын
መርሓባ ወዲ ጀበሊ ምስ ዮናስ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏾🙏🏾
@IM-gh5jn
@IM-gh5jn 2 жыл бұрын
Sembet athize Ms Tetsebeku. Dengikumna 🥰🥰💖💗
@eelias3043
@eelias3043 2 жыл бұрын
ኣይተ ዮናስ ከምኡ'ዉን ኣይተ ወዲ ጀበሊ። ናይ ብሓቂ ማሃሪ ዝኾነ መደብ ዋላ ዉን እቲ ስኒትኩም።የቀንየለይ
@abnetberhe8582
@abnetberhe8582 2 жыл бұрын
Mwrhaba deki eri 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍❤️❤️❤️💯💯💯💯
@yuel8254
@yuel8254 2 жыл бұрын
Amlak thna yhabkum .💕🇪🇷🌹.
@user-od2dz5eb8i
@user-od2dz5eb8i 2 жыл бұрын
መምህርና ወዲ ጀበሊ ቀጽሎ እዞም ምሁራት ኢና ዝብሉ ደናቁር ኣይትገደሰሎም ካብ ምህሮ ኣእምሮ ዝብሃል ኣሎ ቀጽል ጥራይ ኩቡር አያና ምስ ኩቡር ዮናስ ሓውና 🇪🇷
@Ourvision971
@Ourvision971 2 жыл бұрын
እዚ ባኣል ክልተ ዲግሪ ከ ክንደይ ኣበሪኪቱ ንሞይኡ ከ ይሰርሕ ዶ ይሕሉ?
@user-ju7uw2qw9o
@user-ju7uw2qw9o 2 жыл бұрын
ዓቢ መምህር እዩ
@eritreanvoice-7480
@eritreanvoice-7480 2 жыл бұрын
ደቂ ኤረይ መዓረይ ኣብ ዘለኹሞ ሰላምን ፍቅርን እንዳተመነኹ፥ኣብ ስደት ዘለኹም ከኣ ምስቶም ትናፍቀዎም ወለድኩም ገጽ ንገጽ ክትራኸቡ ሰናይ ቻነለይ ኣቲኹም መደባተይ ብምርኣይ ብትሕትና ይሓተኩም!!
@meletweldehawariat4719
@meletweldehawariat4719 2 жыл бұрын
Merhaba wede Geble Merhaba Yonas 🌹🌹🌹💯🙏🏾
@meharikebede980
@meharikebede980 2 жыл бұрын
Wellcom burukat memhrany thankyou.
@medhaniebaire60
@medhaniebaire60 2 жыл бұрын
Welcome EMN enqe dihan mexakum kexlwo medbatkum xebuk alo
@endriastesfamichael8611
@endriastesfamichael8611 2 жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪
@yohannesgebrekirstos7952
@yohannesgebrekirstos7952 2 жыл бұрын
Welcome brhan gexom
@eritreanertrawyan
@eritreanertrawyan 2 жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍👍
@nettentertainment
@nettentertainment 2 жыл бұрын
ነዛ ኮመንቲ ተንብቡ ኣደይማሪያም ትሓልኩም ኣሜን፡💒💒💒 ኣብ ፕሮፋይል ኣቲኩም ቤተስብ ኩኑ
@Lidia1312
@Lidia1312 2 жыл бұрын
❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏💕💕💕
@user-rq9ux1pp4z
@user-rq9ux1pp4z 8 ай бұрын
Bmejemerya selam yoni bteami kemesgneka yfetu ketsile keblo zdeli nwedi jebeli kabtom blutsat saykoloji nay alemna ktsra zgbaka lebam eka 🌹🌹🌹🌹🙏🙏🙏🙏❤️💞👍
@Eri2626eritra
@Eri2626eritra 2 жыл бұрын
👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@huruymebrahtu8182
@huruymebrahtu8182 2 жыл бұрын
Well come
@zaidworqi5871
@zaidworqi5871 2 жыл бұрын
Merhaba Wede Jobali selam selam Kemu Yenas selam selam Iqai bdhan mxakumna Natexbna ena
@frayhayle8535
@frayhayle8535 2 жыл бұрын
Welcome
@keryasuliman6656
@keryasuliman6656 2 жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍🇪🇷💯💯🌹🌹
@starthegunners7089
@starthegunners7089 2 жыл бұрын
👉 ወዲ ጀበሊ ሊቀ ሊቃውንቲ እንታይ ዝኸውን ድግሪ'ዩ:: ኣብ ህይወት እዚ ናትካ ኣዝዩ ስለ ዝበልጽ ኣይትጥፈኣና ድኣ::
@user-od2dz5eb8i
@user-od2dz5eb8i 2 жыл бұрын
ብሓቂ 🙏
@hanasolomon2348
@hanasolomon2348 2 жыл бұрын
God bless you 🙏 ❤
@esmaelmohammadali850
@esmaelmohammadali850 2 жыл бұрын
Selam yenas medebkum betami des zebebel wededem jebeli tefeu kum negerune wazeune tefeu yenasom
@user-xl7hp8dh3f
@user-xl7hp8dh3f 2 жыл бұрын
❤️👍🏼👍🏼❤️❤️
@aboodi2068
@aboodi2068 2 жыл бұрын
❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@adesador854
@adesador854 2 жыл бұрын
Mexhaf tebelnaka tay keybleka🌹🌹🌹🌹💧💧💧💧💧
@mebrahtikiflemariam1002
@mebrahtikiflemariam1002 2 жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰🥰🥰🥰🙏🙏🙏🙏👍👍
@roxyjones8335
@roxyjones8335 2 жыл бұрын
👍👍👍💯💯
@mebrahatuberketab289
@mebrahatuberketab289 2 жыл бұрын
የናሰ ወዲ ጀበሊ መመሃራና አንድኽሞ እዝኣ ኣርሰቲ ልዕሊ ኣርባዓ ሰብ ተዛሪብናለ ላ እሰከ ኣሰፎሓዋ መብራህቶሞ ከብ ኤመርካ
@nigistikiflom1724
@nigistikiflom1724 2 жыл бұрын
Don’t worry about me he is jealous👍👍🙏🇪🇷🇪🇷
@jamilazainalabid2798
@jamilazainalabid2798 2 жыл бұрын
I think this man he's one of this crazy 😜 keep up the great work wadi Jabale with Yonas jamila
@berhaneaster2399
@berhaneaster2399 2 жыл бұрын
🥰🥰🥰🥰🥰🙏🙏🙏
@user-ui7ob4zo5r
@user-ui7ob4zo5r 2 жыл бұрын
asanay dihan maxaekum
@semerearaya7302
@semerearaya7302 2 жыл бұрын
Kndey Agewgew kbl eu Sedadi debdabe
@aboodi2068
@aboodi2068 2 жыл бұрын
መ ምሀር ወዲ ጀበሊ ሸከር ቀጸሎ
@ghideytekeste6830
@ghideytekeste6830 2 жыл бұрын
😍💯
@andebrhanteklemariam9739
@andebrhanteklemariam9739 2 жыл бұрын
ወዲ ጀበሊ ብሓቂ መምህር ሂወት እንዳ ሓደረ ዝፍቶ ቃላት ቀጽሎ ዮናስ ድማ ብተቕርቦ መደባት ብሓቂ ዕጉባት ኢና ቀጽሎ
@user-tu7yl2ct5w
@user-tu7yl2ct5w 2 жыл бұрын
ዋውውው
@tsegeredaghebre5758
@tsegeredaghebre5758 2 жыл бұрын
ዮናስ ዐቢ ሰብ። የቐንየልና ስለ ኩሉ መደባትኩም።
@abiefrem2568
@abiefrem2568 2 жыл бұрын
መጀመርያ ክብረት ይሃበልና ኣያና ወዲ ጀበሊ እስከ ይህጽር ኣቢልካ ሓያል ሰብ ንዓካ እንታይ ዘማለ እዩ ትብል
@abieldawit7945
@abieldawit7945 2 жыл бұрын
👍👍👍.........👌
@rosettazavarize1258
@rosettazavarize1258 2 жыл бұрын
👍👍🙏
@Ourvision971
@Ourvision971 2 жыл бұрын
ወለድና ክምስሉ ከለውስ ካብ ምሁሮ ኣእሙሮ ኢሎም እንድዬም ወድ ጀበሊ ብእድመ ኣይናኣስካን ካብኡ ናቡኡ ምስ እድመካ መጠን ምስ ዝተፈላለየ ውልቀ ሰባት ኣበይትን ናኣሽቱን ተራኪብካ የእሊልካ ስደት ፈቲንካ ምዝ ኩሉ ሕይወት ተሞክሮ ብዙህ ፍልጠትን ወሲድካ እካ ሞ ስክፍ ኣይበልካ ከምቲ ምሳካ ቴሌፎን ደዊሉ ብዙሕን ውሕድን ዝተዛረበ ውልቅሰብ ሙሑር ድማ ከምዚ ናቱ ናይ ምስትናኣቅ ዘረባ ኣይገብርን ከምዚኣም ዝኣመሰሉ ሰባት (attention seekers) ይባሓሉ ኣብዘለናዬ ክፍለ ኣለም እሞ ስክፍ ኣይበልኩም ቀጽሉሉ መደባትኩም ይፈትዋ እዬ።
@Andom885
@Andom885 2 жыл бұрын
Bels
@awetkifleyesus1109
@awetkifleyesus1109 2 жыл бұрын
💯💋💖💯💜
@user-pm3fb9er7l
@user-pm3fb9er7l 2 жыл бұрын
ወዲ ጀበሊ ሊቅ
@user-tu7yl2ct5w
@user-tu7yl2ct5w 2 жыл бұрын
ንማሃር ኣለና ቀፅሉ
@yygentertainment4290
@yygentertainment4290 2 жыл бұрын
ሳብስክራይብ ባ ሓጉዙኒ ኣምላክ ይሓግዝኩም
@sarontsegai8073
@sarontsegai8073 2 жыл бұрын
Mara mara meselchew
@abrahamghebreseasie9640
@abrahamghebreseasie9640 2 жыл бұрын
ወዲ ጀበሊ ክብሪ ብኣምላኽ ርኸቦ። ምኽንያቱ ንስኡናት ንዘደግጽ ንመሳኪን ብርቱዕ ሕልና ጌርካ ንሰባት ዝኸኣለ ቆላሕታ ንክገብርን ንክሕግዝን ብትንባህካ ብምሕጋዝካ ክብሪ ንዓኻ። ክብሪ ብመሬትን ብሰማይን ርኸቦ። ብናተይ ግምት ፈሪሃ እዝጋኣብሄርን ረብን ዘለዎ ሰብ ነቲ ሕልናዊ ስምዒታት ዝዝንግዖ ኣይመስለንን፤ እንተኾነ ታ ወስ ምባል ካብ ኩልና ኣይኮነትን። ብሓፈሽኡ ኮይኑ ይስማዓኒ እናበልካ ምግላጽካ ሰባት ነብሰ ገምጋም ከም እንገብር ኢኻ ኣተንቢህካ 👋👋👋 ንልበናዊ ምኽርኻ።
@Ermi
@Ermi 2 жыл бұрын
ባጃኹም ብዛዕባ ኣብ ወጻኢ ዝቕመጡ ምሁራት ኢና በሃልቲ ደናቁር ክትዛረቡ ድቓይቕ ኣይትወሰዱ። ብዛዕበኦም ዋላ ንሓንቲ ካልኢትውን ትኹን ኣይትዛረቡ። ናይ ቪድዮ ደቓይቕ ይሰርቀኩምን ይሰርቀናን ኣሎ። ኣብ ወጻኢ ዝቕመጡ ምሁራት ኢና በሃልቲ ክፉኣትን ሰይጣውንትን እዮም።
@asmaitawetu390
@asmaitawetu390 2 жыл бұрын
👍👍👍👍👍👌
@berihuhadish2729
@berihuhadish2729 2 жыл бұрын
100% ቁኑዕ ኣለኻ።
@rezeneteklom1173
@rezeneteklom1173 2 жыл бұрын
Elallkum tuem eu gn 1aresti koyina yidegagem alo yoni
@hanasolomon2348
@hanasolomon2348 2 жыл бұрын
Wwwwwww
@amanuelgebrezgi3974
@amanuelgebrezgi3974 2 жыл бұрын
adi moyta awe kkkkkkkkkkkkk
@tsegeredaghebre5758
@tsegeredaghebre5758 2 жыл бұрын
🤣🤣🤣🤣
@hanasolomon2348
@hanasolomon2348 2 жыл бұрын
Yyyyyy
@fortosawa6274
@fortosawa6274 2 жыл бұрын
አይትገደሱሉ ከምዚኦም ዓይነት ሰባት እዮም አብዚ ደገ መንሽሮ ኮይኖምና ደለው ካብዞም ስአኒ ጸጋም እዩ።
@ziadtesfazghi3349
@ziadtesfazghi3349 2 жыл бұрын
Aleku eba eiye kab haqofani kkkkkkkkk
@nagatnagat1947
@nagatnagat1947 2 жыл бұрын
እዛ መደብኩም ቀጰልዋ አጀኩም
@araedombahram4150
@araedombahram4150 2 жыл бұрын
ኣንታ ናይዞም ኣብ ደገ ዘለዉ ንፈልጥ ኢና ዝበሉኻ ፋልሶ ሰልዲ ጥልያን በጃኹም ኣይትገደሱሎም ብጣዕሚ ሚዛን ዘይብሎም ዝወረዱ እዮም ክንዳኻ ብፍጹም ክመጹ ይትረፍ ጥቓኻ እካ ኣይቀርቡን ሸለል በሎም ኣይትገደሱሎም
@hanasolomon2348
@hanasolomon2348 2 жыл бұрын
Hhhhhhhhh
@hruybahlbi8094
@hruybahlbi8094 2 жыл бұрын
ብመጀመርታ ሰላም ንዓኹም ይኹን ወዲ ጀበልን ኣብርሃምን። እዚ ክአምኡ ዝበለካ ሰብ ንገዛእ ርእሱ እቲ ዝበለካን ንነብሱ ዘጠመቓን ሽመት ዓዲግዎ ኢዩ፡ ርሑቕ ዓዲ መዐሸዊ ከም ዝበሃል ንዓኻ ንኽድህል ዝተጠቕመሉ ሽመት ኢዩ። ከም ካልኣይ ከኣ ካብ'ቲ ሒዝክሞ ዘለኹም ክኣልየኩም ንምፍታን ዝተጠቕመሉ ሜላ ኢዩ፡ ከም ሳልሳይ ንሱ በይኑ ንናትካ ብቕዓትን ብስለትን ብሚእታዊት ጎዛዝዩ ክመቅል ዓቕሚ ኢኹን ብቕዓት የብሉን። ጸላኢ ዉን ክኸዉን ይኽእል ኢዩ። ሽሙ ዉን ልክዕ ሽሙ ዘይክኸዉን ይኽእል ኢዩ።
@selass3651
@selass3651 2 жыл бұрын
አዚ ካብ ወጻኢ ዝደወለልካ ሃለውለው አዩ ዚብል ዘሎ ይማሃር ኣይምሃር ንዓና አንታይ ይምልከተና አንተደልዩ ብከምዚኣ ኣርእስቲ አንተትዛረቡስ ጹቡቅ ኔሩ ምኣኸለ ሃላው ኣይትገደሰሉ
@jamilazainalabid2798
@jamilazainalabid2798 2 жыл бұрын
Wadi Jabale ignor this kind of people
@maekeleteklay3915
@maekeleteklay3915 2 жыл бұрын
ERITREAN MEDIA NETWORK ፦ሰላም ሰላም ናዓኩም ንኩሉ እትግብርዎ ዘለኹም ኣስተዋጽኦ ካብ ብልቢ የመስግን፡፡ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም። ሕቶ?ንወዲ ጀበሊ 1. ዶላር ኣብ ዓለም እቲ ልዕሊ ዅሉ ኣገዳሲ ዝዀነ ባጤራ ዝዀነ ብኸመይ እዩ? 2.ዓለም ኩሉ ጠንጢናብ ወርቂ ኽትምለስ እትሓስብ ስለምንታይ እያ? 3.መሰረት ወርቂ እንታይ ማለት እዩ ?
@hruybahlbi8094
@hruybahlbi8094 2 жыл бұрын
ዮናስ ከምኡ ዉን ወዲ ጀበሊ፡ ዝበዝሕ ሰብ ኣብ'ዚ ወጻኢ ዘሎ ምስ ስራሕኩም ብጥዕናኹም ክትመጽሉ ሃንቀው እንዳበለ ኢዩ ወትሩ ዝጽበየኩም። ነዞም ምሁራት ኢና በሃልቲ ግን ከኣ ዝገደዱ ኣብድታት፡ ንነብሶም ከማሓድሩ ዘይክእሉ፡ ብዙሕ ተዘይተገደስክምሎም ተመራጺ ኢዩ። ንሕና ዓኽ ኢልና ጡፍ ኢልናዮም ኢና። ንስኻትኩም ዉን ሰከንድ ዉን ትኹን ብዛዕብኣቶም ተዘይ ተዛረብኩም ተመራጺ ምኾነ። ንፈትወኩምን ንናፍቐኩምን ምሉእ ጥዕና ድማ ንምነየልኩም። ወድ ሓንኩም።
@dlietna.5468
@dlietna.5468 2 жыл бұрын
መሸላ ኣይንፈን እዩ
@asmaitawetu390
@asmaitawetu390 2 жыл бұрын
ጡሕን ደይበለ ነግራም ስርዓት ጌርኪ ደይትሓቲ 👎
@fevenfebu874
@fevenfebu874 2 жыл бұрын
🤮🤮🤮🤮 key nefekum tbeleuwo
@dlietna.5468
@dlietna.5468 2 жыл бұрын
@@fevenfebu874 ጥሑን ኣይኮነን ኢሉ ሓብተይ ነታ ቪድዮ ከይሰማዕኪ ትጽሕፊ ስምዕያ መጀመርያ?
@fevenfebu874
@fevenfebu874 2 жыл бұрын
@@dlietna.5468 nska enber degimka anbubo ane thun aybelkun ane zbelku zeytenefye bgmtalu dyu zrdaka naka eye ka eleka
@fevenfebu874
@fevenfebu874 2 жыл бұрын
@@asmaitawetu390 nski ke da nay men keran tbhali welmat kndi men eki ke tzeri zeleki sebab kofkaf degmki anbbyo entay kem zthafku agame
@omarsaalahomar6308
@omarsaalahomar6308 2 жыл бұрын
👍👍👍👍👍
EMN - 27 ክፋል - ዕላል ወዲ ጀበሊ  - Eritrean Media Network
56:16
ERITREAN MEDIA NETWORK
Рет қаралды 77 М.
Despicable Me Fart Blaster
00:51
_vector_
Рет қаралды 24 МЛН
Scary Teacher 3D Nick Troll Squid Game in Brush Teeth White or Black Challenge #shorts
00:47
Red❤️+Green💚=
00:38
ISSEI / いっせい
Рет қаралды 77 МЛН
Jul 23/2024 ፕ/ት ኢሰያስ ሚልዮናት ን ቢኒ ለበዋ ምሕጽንታ
19:57
Filfil tv 2 ( ፍልፍል ቲቪ 2 )
Рет қаралды 46 М.
EMN - 11 ክፋል - ዕላል ምስ ወዲ ጀበሊ - Eritrean Media Network
48:44
EMN - 19 ክፋል - ዕላል ወዲ ጀበሊ - Eritrean Media Network
44:57
ERITREAN MEDIA NETWORK
Рет қаралды 77 М.
EMN - 9ይክፋል -ዕላል ምስ ወዲ ጀበሊ - Eritrean Media Network
34:51
EMN - 16 ክፋል - ዕላል ምስ ወዲ ጀበሊ - Eritrean Media Network
51:12
Despicable Me Fart Blaster
00:51
_vector_
Рет қаралды 24 МЛН