EMN - 27 ክፋል - ዕላል ወዲ ጀበሊ - Eritrean Media Network

  Рет қаралды 77,881

 ERITREAN MEDIA NETWORK

ERITREAN MEDIA NETWORK

2 жыл бұрын

/ officialeritreanmedian...
****************************************************************
EMN - 27 ክፋል - ዕላል ወዲ ጀበሊ - Eritrean Media Network

Пікірлер: 148
@yohanaghebrihiwot6654
@yohanaghebrihiwot6654 2 жыл бұрын
ወዲ ጀበሊ ከም ሽጉርቲ ጻዕዳ ኣብ ኩሉ ዝኣቱ ምቁር ፍጥረት💕💌🇪🇷
@zowdikidane3760
@zowdikidane3760 2 жыл бұрын
Yase you are right he is my favourite 💐💐💐💐🤣😂😂😁😁🙏💐💐🤣🤣😪🇪🇷🇪🇷🇪🇷✅✅✅✅🔐🔐🔐♥️♥️♥️♥️🥂🥂🥃🌹🌹🌹
@starthegunners7089
@starthegunners7089 2 жыл бұрын
ኣነ'ሲ እዚ ሰብኣይ ከጸልለኒ'ዩ ኩሉ ዘምሕረሉ ጭርቃኑን ቁምነገሩን ኩሉ መኽሰብ ዝኾነ ፍጥረት ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ወዲ ጀበሊ
@loveyoueritrea4452
@loveyoueritrea4452 2 жыл бұрын
Bteami aykemayn
@ambesajrsemere723
@ambesajrsemere723 2 жыл бұрын
ክክክክክ ወዲ ከረን እዩ ኣይትጸለሉ ድሓር ክፍውሰኩም ዓቕሚ ከይስእነልኩም ክክክክ
@starthegunners7089
@starthegunners7089 2 жыл бұрын
@@ambesajrsemere723 ዝፍውሱ ክኣ ካልእ ክኣ ይመጽኡ ክክክክክ
@moukurelal678
@moukurelal678 2 жыл бұрын
مرحبا بيكم مليون وتحياتنا عبركم لكل قوات إريتريا والشعب الاريتري اجمع
@awetsolomon6344
@awetsolomon6344 2 жыл бұрын
He is so smart and sharp. God bless more and more 🙏🏾
@user-mr6mt7cq5z
@user-mr6mt7cq5z 2 жыл бұрын
መምህረይ ብ ገንዘብ ሚሂሩ,ፈቲንኒ ,,ስደት ከኣ ፈቲኑ ሚሂርኒ ,, ወዲ ጀበሊ ግን ብቶሞክሮን ,ብ ልቦናን ,ሂወተይ ቀይሩ,,, ብልቢ ከይ ተማሃረ ሙሁር ወዲ ጀበሊ,,,,,,,,,,,,,፡
@ambesajrsemere723
@ambesajrsemere723 2 жыл бұрын
ምስ ናይ ይቕሬትኡ እታ ብገንዘብ ትብል እለያ፡
@ambesajrsemere723
@ambesajrsemere723 2 жыл бұрын
ምስ ናይ ይቕሬትኡ እታ ብገንዘብ ትብል እለያ፡
@user-mr6mt7cq5z
@user-mr6mt7cq5z 2 жыл бұрын
@@ambesajrsemere723 ብከመይ ክኣልያ መማሃራን ባ ሃገርና ክምህሩና ከለዉ ብምንታይ ዶም ሚሂሮምና
@ambesajrsemere723
@ambesajrsemere723 2 жыл бұрын
@@user-mr6mt7cq5z ሓወይ ብሩኽ ብነጻ ሚሂሮምኻ ወይ ኣብ ናይ ገንዘብ ኢኻ ተማሂርካ ኢደ ሰባራ ኣይትግበሮም።
@user-mr6mt7cq5z
@user-mr6mt7cq5z 2 жыл бұрын
@@ambesajrsemere723 እንታይ ዱ እቲ ሽግርና መስልካ ንሓቂ ሓቂ ኣይንብልን ኢይና በዚ ምክንያት ከኣ ውድቀት የጋጥመና ፡እንበር ኣብ ሃገርናስ ብገንዘብ ተመጢጥና ኢይና
@ghenetghebremicael7226
@ghenetghebremicael7226 2 жыл бұрын
ወድ ጀበሊ ሺኮር ካሮት እንተበሊዕካስ አብ ጎዳይፍ ዘሎ ጻጸ ትርኢ ኢልኒ 🤣🤣🤣🤣🤣♥️🌹🇪🇷♥️
@HALENGAY
@HALENGAY 2 жыл бұрын
🤣
@mikeeriboy8656
@mikeeriboy8656 2 жыл бұрын
🤣🤣
@mohamedyassin220
@mohamedyassin220 2 жыл бұрын
ኤረትራዊነት ክቡር መንነት 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@user-cc4pm1ks7y
@user-cc4pm1ks7y 2 жыл бұрын
Men amstiyuka sidet
@mengsteabdrar2104
@mengsteabdrar2104 6 ай бұрын
Ji😘m🎉​
@ramadanmohamed8176
@ramadanmohamed8176 2 жыл бұрын
ወድ ጀበልይ ብሓቅይ መክሰብ ኢዩ! ኢሞ ዕድመን ጥዑኢናን ይሃብካ!።
@hareguadhanom7319
@hareguadhanom7319 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቅ ኣገላልጻ ኣዚ ዘለንዮ ዓዲ ብብዝሒ ይራኤ ብፍላይ ኣብ ግዜ ክረምት ጽቡቅ ትንተና 👌👍🐪🇪🇷🇪🇷🌹🙏🙏💐😄
@ambesajrsemere723
@ambesajrsemere723 2 жыл бұрын
መምህር ሓፈሻዊ ፍልጠት፡ ኩሉ ዝፈልጥ ንበረልና እስኪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ፡ ወዲ ጀበሊ ኣካይድኡ መንእሰይ ይመስል ቅርጹ ዝሓለወ እዩ ማሻኣላህ
@user-ii5nd5ym9s
@user-ii5nd5ym9s 2 жыл бұрын
ወዲ ጀበሊ መምህር ናይ ትግርኛ ኢኻ ናይ ብሓቂ
@berikafakoyashehayanta4198
@berikafakoyashehayanta4198 2 жыл бұрын
Memhir nay kolo iu aysemaikan dika 4 language kemzikil
@haniokubamicheal8537
@haniokubamicheal8537 2 жыл бұрын
ወዲ ጀበሊ,, ኣስሊ ያክ,, ኣይትድንጉይና ,ዕድመን ጥዕናን ይምለይልኩም
@hasenhabesha1524
@hasenhabesha1524 2 жыл бұрын
ፕርግራማቹ ደስ ይላል ቅጥሉበት 40ደቂቃ ኣላነሰም 1ስኣት ኣርጉት ወዲ ጀበል ኣድናቂህነኝ
@ambesajrsemere723
@ambesajrsemere723 2 жыл бұрын
ትሰምዕዮ ዲኺ ?
@tedrosmedhane2874
@tedrosmedhane2874 2 жыл бұрын
ናይ ትግርኛ መደብ እዩ።
@evenmedanie9363
@evenmedanie9363 2 жыл бұрын
1 seat eko new yalew
@abrahamghebreseasie9640
@abrahamghebreseasie9640 2 жыл бұрын
ኣገናዕ ወዲ ጀበሊ፣ ብሓቂ ካብዞም ብክውንነት ትዛረብ ንሂወት ከኣ ብቐሊል ከም እትነብር ብዙሕ ከኣ ሃጸፍጸፍ ዘይምባል ብስስዐ ዘይምዕዋር፣ ደቂ ሰባት ብፍቕርን ስኒትን ክንነብር ከም ዘለና ዓጀብ ዘብል መግለጽን ማዕዳን ክበር ንበር ከማኻ ዮብዝሑ።
@diborahabtom9881
@diborahabtom9881 2 жыл бұрын
Aseyyyy ekae bselam mexakum deki erey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@22danielzula
@22danielzula 2 жыл бұрын
Wow right on time thanks alot all
@22danielzula
@22danielzula 2 жыл бұрын
Yes yes yes
@fithawitzenagebriel1953
@fithawitzenagebriel1953 2 жыл бұрын
ብሓቂ ወዲ ጀበሊ ካብ ጭንቀት ክትመልስ ትኽእል ዓቕምን ብቕዓትን ኣለካ ንበረልና
@mensurkeren6096
@mensurkeren6096 2 жыл бұрын
البروفيسور محمد احمد ود جبلى الله يسعدك ويوفقك ويحفظك يكثر من امثالك 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🤩🥰🥰
@huruyasrat5762
@huruyasrat5762 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ፍላስፋ ወዲ ጀበሊ፡ነዞም ኣመል ከይንዎም ስም ሰብ ዝጸልሙ ስባት ጽቡቅ ገርካ ገሊጽካዮም፡ ንምንታይ ኢዮም ግን ክትካትዖም ከለካ ኢዶም ዝይህቡ?
@user-qs3vm9ws2w
@user-qs3vm9ws2w 2 жыл бұрын
ወትሩ ነመስግነኩም ኩቡራት የሕዋት
@joniboy7965
@joniboy7965 2 жыл бұрын
ወዲ ጀበሊ ጅንጅብል ፈውሲ ኩሉ
@genettekeste3951
@genettekeste3951 2 жыл бұрын
መርሃባ እንካእ ብድሃን መጻኩም ኣቢ መምህር ኪደይ ንማሃር ኣሎና እድመን ጥናን ይሃቢኩም ቀጽልዎ thanks ♥️♥️♥️🌷🌷🌷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@teklitteklit5551
@teklitteklit5551 2 жыл бұрын
ብጣሚ ጽቡቅ መደብ ዩ ቀጽልዎ።
@tesfasolo2665
@tesfasolo2665 2 жыл бұрын
ሰላም የናስ መደባትካ ብጣዕሚ እናመቀረ ዩ ወዲ ጀበሊ ኣካል ስድራና ኮይኑ ደጊምና ኢና ንርእዮ ዕድመን ጥዕናን ንምነየሉ
@mengsteabtekle9078
@mengsteabtekle9078 2 жыл бұрын
Wei Jebeli indahadere yikulah , zeymno ilalu idmen tinan yihabka.🙏❤️🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@user-lr1mo6vr8p
@user-lr1mo6vr8p 2 жыл бұрын
ዮናስ ሐወይ ተሌ.ዘልዓልካኒ🙏🏻🙏🏻🙏🏻
@user-lr1mo6vr8p
@user-lr1mo6vr8p 2 жыл бұрын
ብሐሰውቲ ዝመለአት ዓለም ተኸቢብና ወዲ ጀበሊ ሐወይ፤ዮናስ ሐወይ
@meletweldehawariat4719
@meletweldehawariat4719 2 жыл бұрын
Selme 🇪🇷 wed Geble Selme Yonas Azye des zeble medeb edme yhbkum nkulkum 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
@dawitbeyene5470
@dawitbeyene5470 2 жыл бұрын
Great as usual 👍
@hadastekle2713
@hadastekle2713 2 жыл бұрын
❤️❤️💙💙
@selamdawit8323
@selamdawit8323 2 жыл бұрын
Memhre nay hiwet amlka edemen tinaen yihabka 💖💓❤️
@hiritytsegay
@hiritytsegay 2 жыл бұрын
Dki eryyy edmen tenan yehabkum 🥰🥰🥰🥰❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@zereghebreyohannes5143
@zereghebreyohannes5143 2 жыл бұрын
Naybahaki tsbuk agalaltsa yekenielna neti hasawi dma abi meremta iyu 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍
@senuyemane5224
@senuyemane5224 2 жыл бұрын
ወዲ ጀበሊ አንዳሓደረ ዝምቅር ከም ወይኒ።
@okubaytekeste5946
@okubaytekeste5946 2 жыл бұрын
Wel come brhan getsu &bro yoni
@roxyjones8335
@roxyjones8335 2 жыл бұрын
ዋዉ ወዲ ጀበሊ 💯💯💯💯✅✅✅✅
@feriateyob6863
@feriateyob6863 Жыл бұрын
ወዲ ጀበሊ ሽኮር ተባረኽ
@s.a5730
@s.a5730 2 жыл бұрын
You got many gifts tallents not only these but you know how to transfer your knowledge skill and wisdom
@nasserabdurhman6696
@nasserabdurhman6696 2 жыл бұрын
Lomi btami des zebl bflay bzaba za hasot zelalkuma 🤙❤🇪🇷💐
@hannaa9184
@hannaa9184 2 жыл бұрын
🙏🙏🙏♥️♥️
@yeebyotesfa3694
@yeebyotesfa3694 2 жыл бұрын
መርሓባ ዮናስ & ወዲ ጀበሊ እንኳእ ብሰላም ረጽኣኩም
@sen-ayt7782
@sen-ayt7782 2 жыл бұрын
🇪🇷መርሓባ ዮናስ ወዲ ጀበል ❤️❤️❤️ጡዑማት ዳሃይ 🌹🙏🏽🇪🇷
@asmellashgherinichiel4528
@asmellashgherinichiel4528 2 жыл бұрын
ዝኸበርኩም መደብ ና ምስጋናይ ወሰን የብሉን። ከመይ ? እዚ ሓውና ወዲ ጀበሊ ብፍጥረቱ ዝረኣዮን ዝሰምዖን ክሕዝ ዝኽእል በዓል ተውህቦ ኮይኑ ኢየ ረኺበዮ፡ ብዛዕባ ክህቦ ዝደሊ ከመሓላልፎ ዝደሊ ብጽሩይን ደረቱ ዝሓለወ ኣገላልጻ ስለ ዝጥቀም ብብዙሕ ኣንግል ቁጽሪ'ቲ ከይዱ ዘሎ መድብ ብዘየገድስ ንኣብ ዕድሚኡ ዘለዉን ብዕድመ ካብኡ ዝንእሱን ብኹሉ ዓይነት ኣብ ምንባር ዘጋጥም ፡ ንኣብነት ቅድሚ ምሕማምካ ምክልኻል ንኣስናን ኣመልኪቱ ዝተዛረቦ ኣገዳስነት ሸለል ክብሃል ዘይብሉ ኢዩ፡ befor it's to late. ኣስናን ብጀካ'ቲ መልክዕ ገጽካ ኣተሓሳስባኻን ዝሕግዝ !!! መግቢ ጢሒንካ መቐረቱ ኣስተማቒርካ ክትምገቦ ከሎኻ ዘለዎ ባህታ ምስ ሰኣንካዮም ዘሎ ፍልልይ ርዱእ ኢዩ። ድሓር ብዓቕሚ ቁጠባ ሃገርና ኣስናንካ ባዕልኻ ከምቲ ዝበሎ ትምገቦን ትሰትዮን ምፍላጥን ድሕሪኡ ድማ ኣስናንካ ኣጽሪኻ ምሓዝን ከም ባህሊ ክተኣታቶ ምጽዓር ከድልየና ኢዩ። ብፍላይ ድሕሪ 1991 ኣብ ንምገቦም ብብዝሒ ዝተኣታተው ፒሳ/ዶልሺ ኣብ ክንዲ ሕንባሻን ጎጎን ሃንዛን ተኪኦም ንኹሉ ጥዕናና ዝሃሲ እናዂነ ይኸይድ ስለዘሎ (ወላ ንጽባቐ ጸጉሪ ርእሲ እውን ብብዝሒ ጻዕዳ ሓሩጭን ሶዳ መስተን ኣይግድን እሞ) ጥንቃቐ ንግበር። ኣድኒቐዮ ኣሎኹ ንወዲ ጀበሊ ንፕሮግራምኩም መቐረት ሂቡዎ ኣሎ እብል።
@aygdadumalet7367
@aygdadumalet7367 2 жыл бұрын
Wel come.
@majornamen7150
@majornamen7150 2 жыл бұрын
መጺኻለይዶ ወዲ ጀበሊ ክጺበየካ
@kiflaytikabo4102
@kiflaytikabo4102 2 жыл бұрын
he is smart man
@habtomkahsay9949
@habtomkahsay9949 Жыл бұрын
ኣብዚ ኣሎ ልቦና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ክቡር ኣቦና
@lililili2195
@lililili2195 2 жыл бұрын
እዛ ናይ ጭንቀት ዝበላ ናይ ብሓቂ እዩ። ዝረድኣካ ተዘይረኪብካ ንኡሽተይ ነገር ዓቢን ክትመልሶ ዘይትኽእልን ሽግር እዩ ዘምጽኣልካ።❤️
@georgerut8321
@georgerut8321 2 жыл бұрын
Waaaaaaa magnifique ❤🇪🇷🙏
@mussieafeworki2726
@mussieafeworki2726 2 жыл бұрын
Brilliant!!!! 👍🏿🇪🇷👍🏿
@medhaniebaire60
@medhaniebaire60 2 жыл бұрын
Welcome EMN enqe dihan mexakum kexlwo medbatkum xebuk alo kkkkkkkkk jebl sehak ketlkna
@belayneschbegazion3286
@belayneschbegazion3286 2 жыл бұрын
መርሓባ ወዲ ጀበሊ ዮናስ ኣንታ አላሉ የቀንየልና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏾🙏🏾
@goitomweldegerges511
@goitomweldegerges511 2 жыл бұрын
ወዲ ጀበሊ አቢ መምህር ቀጽሎ አጆኻ ከምእዉን ጋዜጠኛ ዮናስ ስለ እትኩሉ አቀራርበካ ነመስግን ቀጽልዎ አብ ጎንኹም አለና።
@saraasfa7825
@saraasfa7825 2 жыл бұрын
👌👌👌👌
@filmonkidane9359
@filmonkidane9359 11 ай бұрын
wow nay bihaki lebam sebay kemaka yibzehu God bless you 🎉🎉🎉❤❤❤
@tsehaineshtesfai110
@tsehaineshtesfai110 2 жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️
@habtomyemane2401
@habtomyemane2401 2 жыл бұрын
እታ ተኪሊ እና ሓደረት ትጽብቅ ወደ ጀበሊ ከኣ እዳ ሓደረ ይለምዕ ኣምላክ ዕድመ ይሃብካ
@teweldemebrahtu9901
@teweldemebrahtu9901 2 жыл бұрын
ክክክክክክ ምስ ተጠነስካስ ስንኻ አቀዲማ ቦቂላ ,ክክክክ ፍሉይ ፍጥረት , ኪሎ ባናና ከአ ቁሪስካ! አላ አቶ ሳሊሕ ኩሉ መስሐቕ እዩ ቃላቱ, ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።
@ezaz__seb
@ezaz__seb 2 жыл бұрын
🤣
@IM-gh5jn
@IM-gh5jn 2 жыл бұрын
❤❤❤❤❤
@user-ju7uw2qw9o
@user-ju7uw2qw9o 2 жыл бұрын
ተባዕታይ ቃለ መጠየቅ ናይ ጀነራል ስብሓት ይማሳሰል ቀጽሎ።
@meharikebede980
@meharikebede980 2 жыл бұрын
Wellcome
@muntasirsalih1623
@muntasirsalih1623 Жыл бұрын
Countain Eritrean 🇪🇷
@tekleshishayabraham4696
@tekleshishayabraham4696 7 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኩሉ ግዝየ ኣምጺእዎ ንሱ ጡዑም ሰብኣይ
@mebrahtikiflemariam1002
@mebrahtikiflemariam1002 2 жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏👍
@menyaphonetastic8319
@menyaphonetastic8319 2 жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏
@rahelnegede2703
@rahelnegede2703 2 жыл бұрын
ወዲ ጀበሊ ኩላ ኣብ ባይታ ዘላ ትኽክል
@user-lr1mo6vr8p
@user-lr1mo6vr8p 2 жыл бұрын
ወዲ ጀበሊ አምበሳው። ክንደይ ድያ ራሻ ኩናት ምስ ጀመረት አብ USA ተቀሚጥና ንጭነቅ ዘለና🤣🤣🤣🤣🤣 አብ አማኤሪካ stressa and depression ፈላልዮም እዮም ዝገልጽዎ። ጭንቀትን ብግዚያዊ ነገር ዝመጽእ፤እቲ ነገር ምስተፈትሐ ድማ ድእለ ነገር ክኸውን ከሎ depression ግን ክሳብ ሂወቶም ዝቀትሉ ሰብት አለዉ። ስለዚ እዚ ኩሉ ወዲ ጀበሊ ዝብሎ ሐቂ እዩ
@user-tg4rv3ho1j
@user-tg4rv3ho1j 2 жыл бұрын
ገይረልካ ዝብሉ ካብ መጻእኩም ካብ ኣፍሪቃ ተመርዕይ ናብ ኤውሮፓ ዘኣተዋ ሰበይቱ ሓደ ጓሉ ኣላ: ሓደ ብቀረባ ንፈልጦ ዓርክና ኣሎ: ድቃስ ለይቲ ከሊኢዋ ዓዲ ስብ ኣቲኺ ፣ ብዙሕ ገንዘብ ኣጥፊኢልኪ ፥ ገይረልኪ እናበለ ነብሰ ሰጋ ዝውድኣ በጃኹም እባ ነዚ ከም ዓቢ ኣርእስቲ ገይር ኩም ተዛረብሉ ኣብዚ ስደት ከምዚኦይነት ባህርያት በዚሑ ኣሎ
@michaelhabesha2571
@michaelhabesha2571 2 жыл бұрын
እዛ ዕላልኩም ብጣዕሚ ኢያ መሃሪት ብዛዕባ ኣንነት እባ ኣስፊሕኩም ገለ በሉና ቀጽልዎ ነብስናን ከባቢናን ክንፍትሽ ትገብሩና ኣለኹም 🥰🥰🥰🇪🇷🇪🇷 ደቂ ኤረይ
@amanuelafewerki8635
@amanuelafewerki8635 2 жыл бұрын
Thanks gzie weskuna
@muzitambase3012
@muzitambase3012 2 жыл бұрын
ወዲ ጀበሊ ንስካ ዐቢ University ኢካ ንበረልና ዬናስ ድማ የቀንየልና ንወዲጀበሊ ስለተቕርበልና
@abnetberhe8582
@abnetberhe8582 2 жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍💯💯💯💯💯💯💯💯💯
@user-xl7hp8dh3f
@user-xl7hp8dh3f 2 жыл бұрын
👍🏼👍🏼👍🏼👍🏼❤️❤️❤️
@mihretteklomteklom4016
@mihretteklomteklom4016 2 жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@mahmoudsomali4319
@mahmoudsomali4319 2 жыл бұрын
Arha
@lettyabrha9491
@lettyabrha9491 2 жыл бұрын
THANKA
@mohamedyassin220
@mohamedyassin220 2 жыл бұрын
ኣግማል ቀይሕ ባሕሪ 🐪🐪🐪🐪🐪
@khairioibrahim4586
@khairioibrahim4586 2 жыл бұрын
Wwwwawe wed jebel edemen tenane yehabkme
@seteka2696
@seteka2696 2 жыл бұрын
💞💓❤
@abdallahamoudi1829
@abdallahamoudi1829 2 жыл бұрын
💯💯💯
@aboodi2068
@aboodi2068 2 жыл бұрын
Kkkkkkkkk ወደ ጀበሊ ሸኮር
@asmeraeritrea1241
@asmeraeritrea1241 2 жыл бұрын
ወድ ጀበል አንበሳ
@robeltekle1596
@robeltekle1596 2 жыл бұрын
💯💯💯💞💕💕
@abduja460
@abduja460 2 жыл бұрын
ከከከከከከከ ሱዳናውያን ተምሪን ፊል ሲለዚበልዑ ኢዮም
@zakariasberhane4383
@zakariasberhane4383 2 жыл бұрын
Nay behaki Mehari likie eti ab hiwetey zegatemeni eyu zey feltuka bzaebaka zeyele zereba yzarebu hiwetka yebelashwulka btamie eyu zehzin🙏🏿🙏🏿🙏🏿🙏🏿🙏🏿🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️🙌🏿🙌🏿👏👏🙏🏿🙏🏿🙏🏿🕊🕊✌️
@aliibrahim8160
@aliibrahim8160 2 жыл бұрын
MeMHiR KULu
@007dc7
@007dc7 2 жыл бұрын
ወዲ ጀበሊ ዝበላ.. አነ ንብዙሕ ግዜ ሓስበላ.. ሓንቲ ዝፈልጣ ዓላ.. ከረን ከላ ኣስመራ. ኣስመራ ከላ ከረን ትብል ኩሉ እዩ ዝፈልጣ... ሰርቂ ክአ ከምኡ. ሕጂ ገንዘብ ሕብካያ ኩሉ ዝፈልጦ ኣይህብኻንን ትብል.. ኣቡኣ ብሽማ ገዛን ትካልን ከተካይዶ ኢሉ ኩሉ ዝፈልጦ ዝገበሮ.. ጽሑፍ ኩኣ ኣሎ ናተይ እዩ ትብል.. ክስራ እምበር.. መኽሰብ ዜይብሉ. ሕጊ እንተኸይዳ ኩሉ ግዜ እያ ትስዓር.. ሕጂ እዚ እቲ ዝኸፍኤ እዩ Mkseb ዜይብሉ ንሰብ ሓስዩ ዘክስር ዘባእስ ብዙሕ እዩ መውዳታ ግን ልምዲ እዩ.. ምክንያቱ ብዙሕ ዋጋ እናድክፈሎ.. ክህሱን ክሰርቅን ዝፈቱ የለን ሓደ ኢሉኒ ኣነስ ስለምንታይ ከምዚ ይኸውን ኢለስ.. ኩሉ ግዜ ይሓስብ.. ክገድፎ ደልዩ ስለዙ ልምዲ እዩ እምበር ይፈልጥዎ ዘይክነስ ክገድፍዎ ይጽዕሩ እዮም
@user-tg4rv3ho1j
@user-tg4rv3ho1j 2 жыл бұрын
ወረግ ሎሚ ሓሶት ሎሚስ ኣብ ደቂተባዕት ይ ገዲዱ ዘሎ ወልፊ ኮይንዎም እስብ መንጎ ሓዳር ኣትዮም ዝባእሱ በዚሖም ኣለው
@samuelberhe1766
@samuelberhe1766 2 жыл бұрын
Grm mhro u qexlwo
@sarahpfeil8628
@sarahpfeil8628 2 жыл бұрын
nay hiji weledo siga ygdfowo Alew
@aboodi2068
@aboodi2068 2 жыл бұрын
ወዲ ጀበሊ አሰሊ
@yuel8254
@yuel8254 2 жыл бұрын
WELCOMEN.🌹🇪🇷🌷🌹🇪🇷🌷🌹🇪🇷🌷🌹🇪🇷🌷🌹🇪🇷🌷🌹🇪🇷🌷🌹🇪🇷🌷🌹🇪🇷🌷🇪🇷🌹🌷🌹🌷🌹🌷🌹🌷🌹🌷.
@ertraniertrawiyan9844
@ertraniertrawiyan9844 2 жыл бұрын
ኡቃዓ ዳሓን መጺኹሙ
@khaldabdulkader2346
@khaldabdulkader2346 2 жыл бұрын
Nay bhaki sebuk medeb yeqenyelna
@ghideytekeste6830
@ghideytekeste6830 2 жыл бұрын
Kkkkkk ankoa bdhen mexaekum
@LidyaSium-cr5bz
@LidyaSium-cr5bz 8 ай бұрын
😂😂😂😂😂😂😂❤❤❤❤❤❤❤❤
@banawelday1032
@banawelday1032 Жыл бұрын
ወዲ ጀበሊ ያኣኸ ዓቢ ሰብ ኣስመራ ደኣ ወላ ኣድጊ ይዓቢ ክክክክክክ
@SebNkun
@SebNkun 2 жыл бұрын
*ዮኒ ዓቢ ሰብ ንወዲ ጀበልስ ዋላ ልዕሊ ሓደ ሰዓት ተሰማዕናዮ ኣይስልችወናን እዩ፡ እንተ እቲ ወዲ ከረን 'ሞ ንዕኡ ደኣ ምስ'ቲ ስንክልንኡ ርኢኻ መሐለፊ ግዚኡ ወይ መዘናግዒ ይኾኖ'ምበር ንዓናስ እቲ ዝዛረቦ ካብ ተራ ዘራባ ሓሊፉ ካልእ የብሉን፡ወዲ ጀብሊ ዕድመ ይሃብካ፡ዘረባኻ ባይታ ዝወድቅ የብሉን*
@007dc7
@007dc7 2 жыл бұрын
ዓሻ ዓሻ.
@SebNkun
@SebNkun 2 жыл бұрын
@@007dc7 ትሕሾ ደኣ፡ ጸርፊ ድያ ዓቅምኻ ኮይና!
@user-ju7uw2qw9o
@user-ju7uw2qw9o 2 жыл бұрын
ሰብዓ ዓመት ኣይ ተልዓልለይ ክክክክክቃል ወዲ ጀበሊ
@yygentertainment4290
@yygentertainment4290 2 жыл бұрын
ነዛ ኮመንት ተንብብ ዘለካ ገጽ ስድራካ የርእየካ ኣምላክ ብሩካት ኣሕዋት ሳብስክራይብ ባ ግበሩለይ በጃኩም🙏🙏
EMN -  18 ክፋል - ዕላል ምስ ወዲ ጀበሊ - Eritrean Media Network
53:32
🤔Какой Орган самый длинный ? #shorts
00:42
3M❤️ #thankyou #shorts
00:16
ウエスP -Mr Uekusa- Wes-P
Рет қаралды 15 МЛН
Became invisible for one day!  #funny #wednesday #memes
00:25
Watch Me
Рет қаралды 57 МЛН
I CAN’T BELIEVE I LOST 😱
00:46
Topper Guild
Рет қаралды 116 МЛН
ወዲ ጀበሊ
14:14
KAP PHILI
Рет қаралды 42 М.
1ይ ክፋል በዳህቲ ሕቶ ካብ ህዝቢ ናብ በየነ ውፉይ
1:06:43
መልሲ ኣብ መስመር | melsi ab mesmer - Eri-TV Game Show, January 13, 2024
31:18
EMN - 20 ክፋል - ዕላል ወዲ ጀበሊ - Eritrean Media Network
1:01:50
ERITREAN MEDIA NETWORK
Рет қаралды 111 М.
🤔Какой Орган самый длинный ? #shorts
00:42