No video

EMN - 29 ክፋል - ዕላል ወዲ ጀበሊ ሓዳር ሓዴኻ ኣብ ደገ ሓዴኻ ኣብ ውሽጢ - Eritrean Media Network

  Рет қаралды 37,593

 ERITREAN MEDIA NETWORK

ERITREAN MEDIA NETWORK

Күн бұрын

/ officialeritreanmedian...
****************************************************************
EMN - 29 ክፋል - ዕላል ወዲ ጀበሊ ሓዳር ሓዴኻ ኣብ ደገ ሓዴኻ ኣብ ውሽጢ - Eritrean Media Network

Пікірлер: 97
@teweldemebrahtu9901
@teweldemebrahtu9901 2 жыл бұрын
ዝሃበ እዝጊ ይሃቦ ,ብአምላኽ ተፈደይ, ብጣዕሚ ጽቡቕ ልቦና ተባረኺ ዝሐፍትና። ባዕልኻ አብልዮ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ወዲ ጀበሊ አቶ (ሳልሕ),እሞ ዝኸበረኻ ጋዜጠኛ ዮኒ , ሐውና ወዲ ጀበሊብኸመይ ይነብር መን ይናብዮ መነባብሩ ? እስከ ብትሕትና ሕተተልና። ብዝተረፈ ቁምነገር ሐዘል ናይ ወዲ ጀበሊ ዕላል ብጣዕሚ ጽቡቕ ቀጽሎ ንብሎ። ብዙሕ ዋዛ ምስ ቁምነገር ንቀስም አለና። "ብሐቂ አብነታዊ ካብ ምህሮ አእምሮ", ንፉዕ።
@berhehagos864
@berhehagos864 2 жыл бұрын
ግን ሲ ኣነ ሕቶ ኣለኒ ንምንታይ እዩ ወዲጀበሉ ምስዚኩሉ ኣፍልጥኡ መጽሓፍ ክሓትም ዘይከኣለ ንሓፍትና ፍረታ ከኣ ብሓዳርኪ ማሙቒ
@seeker9272
@seeker9272 2 жыл бұрын
✋️
@millionwolde
@millionwolde 2 жыл бұрын
ሕጂ ብዙሕ ሰብ ፈሊጥዎ ስለ ዘሊ፡ ደረስቲ ንፍልጠቱ ክኸስብዎ ይኽእሉ እዮም።
@sen-ayt7782
@sen-ayt7782 2 жыл бұрын
🇪🇷🙏🏽መርሓባኣ ጋል ኤረይ ፍረታ ግርማ ተኸደን ክብረት ይሃብኪ ጹቡቅ ጌርኪ ዘልዓልክዮ ኣምላኽ ይመልኣልኪ ❤️🌹🇪🇷 ሰላም ወዲ ጀብል ዮናስ 💕🌹💕ቡርኻት ፍጥረት ዕዲመን ጥዕናኣ ይመልኣልኩም ኣምላኽ 🙏🏽🇪🇷
@mahmudtaha1362
@mahmudtaha1362 2 жыл бұрын
ብመጀመሪያ እንኳዕ ብዳሓን መጻእኩም ዮኒ ሓውና 28 ክፋል ኣይወረደትን ኣላ በጃኹም ኣውርድዋ የቀንየልና 👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@fessehayetewolde4410
@fessehayetewolde4410 2 жыл бұрын
ክቡር ዮናስ አብራሃም ወዲ ጀበሊ ሰላም ወዲ ጀበሊስ አቲ ቃላት ልባዊ ትምህርቲ ሂያብ አዩ ቀጽልዎ ፍቅሪ ሒዙኒ Eritrea Media Network
@ghber01
@ghber01 2 жыл бұрын
ዮናስ ሐወና ቀጽሎ ቡዙሕ ትምርቲ ንወስድ አለና ዕወት አብ ስራሕ ኩም ይምነየልኩም 💪🏾🇪🇷💪🏾🇪🇷💪🏾🇪🇷❤️
@salahh3618
@salahh3618 2 жыл бұрын
ወዲ ጀበሊ &ዮናስ ሓውና ናይባሓቂ መደብኩም ጡዑሙን ማሃርን እዩሞ ቀጽልዎ እብለኩም
@teklitteklit5551
@teklitteklit5551 2 жыл бұрын
ወዲ ጀበሊ እንቃዕ ብሰላም መጻኩም ጽቡቅ ሕክያ ኢዩ ቀጽልዎ።
@zakariasberhane4383
@zakariasberhane4383 2 жыл бұрын
Welcome deqi Erey 🙏🏿🙏🏿🙏🏿🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷Eritrawi kubur meninet 💪🏿💪🏿✊🏿✊🏿🙌🏿🙌🏿👏👏👏🐪🐪🐪🖤🖤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✌️
@awetfessehaye4224
@awetfessehaye4224 2 жыл бұрын
መምህረይ እንቋዖ ድሓን መጻኹም ምስ ዩኒ ሓዉና ብጣዕሚ እያ ዝፈትዉኹም ።
@user-uf1hn5zl8q
@user-uf1hn5zl8q 2 жыл бұрын
Aye ewe antum jeganu deki ereyyyyyy anabs 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏👍👍👍👍👍
@fithawitzenagebriel1953
@fithawitzenagebriel1953 2 жыл бұрын
ዋውውውውውውውውው ቃላት የብለይን ንብስለት ወዲ ጀበሊ ዝገልጽ ዮኒ ከኣ ብቀንዱ ንበሩልና
@user-lr1mo6vr8p
@user-lr1mo6vr8p 2 жыл бұрын
ደንጉየ ሰሚዓያ ይቅረታ። እታ ዝሐትኩዋ ሕቶ ምሕታትካ ዮናስ ሐወይ የቀንየለይ። 💕💕💕💕
@asmaitawetu390
@asmaitawetu390 2 жыл бұрын
ወዲ ጀበሊ መምህር ሂወት አድመን ጥናን ይሃብካ 🙏
@gaimkobrum3394
@gaimkobrum3394 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ወዲ ጀበሊ ዓለም ኣለካ ኣለኻ አያ
@slnhmb6191
@slnhmb6191 2 жыл бұрын
ሰላም ክቡራት የሕዋት ዬናስ & ወዲ ጀበሊ! ኣነ ሓደ ካብቶም ብዘይ-ምቁራጽ መደባትኩም ዝከታትል እየ፡ ብልክዕ መሃርን ጸላውን'ውን እዩ። እዚ ተፈላሊኻ ሓዳር፡ ሓደኻ ወጻኢ ሓዴኻ ዓዲ ምንባር ከቢድ እኳ እንተኾነ፡ ካብቶም ጠቒለሎም ሱሮም መሰረቶም ናብ ስደት ዝፈለሱ ግን ይሓይሽ። እቶም ደቆምን ሰበይቶምን ዓዲ ገዲፎም፡ ወጻኢ ዝነብሩ፡ ነናቶም ምኽንያት ኣለዎም። ገለ ሓዳሮም ከይብተኖም፡ ገለ ካልእ ሰበይቲ ዘላቶም፡ ገለ እቲ ንሶም ዝነብርዎ ባርነት ስደት፡ ኣብ ደቆም'ውን ከይሪእዎ ብምባል፡ማለት ትርጉም ስደት ብዕምቆት ዝተረድእዎ እዬም። ኣነ'ውን ሓደ ካብ'ቶም 6 ቆልዑ ኣብ ዓዲ ገዲፈ፡ ንበይነይ ኣብ ስደት ባርያ ኮይነ ክነብር ምእንቲ ደቀይ ዝመረጽኩ እየ። ሰበይተይ'ውን ምእንቲ ደቃን ነባሪ ቃል-ኪዳናን መስዋቲ ትኸፍል ከምዘላ ይርድኣኒ'ዩ። ወዲ ጀበሊ ንባዕሉ ናብራ ስደት ስለዝፈልጦ፡ ስለምንታይ ሰብኣይ ኣብ ስደት በይኑ ይመርጽ፡ ኣብ መበል 30 ክፋል ደጊምኩም ርኣይዋ፡ ተንትንዋ! ብሩኽ ቅንያት! የቐንየልና!
@hanasolomon2348
@hanasolomon2348 2 жыл бұрын
God bless her 🙏 ❤
@eritrea6227
@eritrea6227 2 жыл бұрын
God Blessed deki erey 🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@regatgebreu9130
@regatgebreu9130 2 жыл бұрын
Selam selam deki 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
@regatgebreu9130
@regatgebreu9130 2 жыл бұрын
Keep on and I love the program. Thanks both of you deki 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
@salwatesfamichael4474
@salwatesfamichael4474 2 жыл бұрын
Freta FETARI Grma ykdenki hesab lbki yesmrelki 🙏🙏🙏❤️❤️❤️😘😘😘🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@hasenhabesha1524
@hasenhabesha1524 2 жыл бұрын
ወዲ ጀበል እንኮዕ ድሓን መፃእካ መስ ዮናስ
@amiedris3487
@amiedris3487 2 жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤
@asmawitmehari2100
@asmawitmehari2100 2 жыл бұрын
Welcome Shikorinatat Eritrawian ♥️ ♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👋🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹
@aboodi2068
@aboodi2068 2 жыл бұрын
ወደ ጀበሊ አነቀዕ በሰላም መጸካ ፈረታ ከአ በአምላኸ ተፈደይ
@gezamandinoasmerino8044
@gezamandinoasmerino8044 2 жыл бұрын
He is very talented 29 times still every body waiting u
@peace2684
@peace2684 2 жыл бұрын
Wow how much this lady freta is good👍 she has soft sweet heart. I appreciate you, keep it up
@meazzarai6850
@meazzarai6850 2 жыл бұрын
ሰለም ሰለም ፅቡቅ መደብ
@sarajoh313
@sarajoh313 2 жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️
@eritreaelsagb7918
@eritreaelsagb7918 2 жыл бұрын
ክቡራት የሕዋት ዘምጻክሞ ዛዕባታት ጽቡቅ እንድዩ ግና ብዙሕ ኩነታት አሎ ፡ ቀዳምነት ንምንታይ አብቲ ዘለውዎ ዓዲ ዘለዋ ዘይምርዓውወን ገሊኦም ነተንናይ ዕዲ እሙናት ይገብርወን ኩለንግናአስፕሪን አስፕሮን እየን ። ገሊኦም ስራሕ ዘይብሎም መበሪ ወረቀቶም ሰብ ከምጽእሉ ዘይክእሉ ማለት ጽቡቅ ጌሮም ኩነታቶም ዘይፈልጡ አለው ። ጥራይ ተመርዕዮም ከምጽእወን ዘይክእሉ። ሓደ ሰብአይ ተመርዕዩ ተመርዕዩ ከምጽአ ተኮይኑ ብፍላይ ድማ citizen ናይቲ ዝነብርሉ ዓዲ ተውሲዱ ባዕሉ ክክእል እዩ ዘለዎ እኩል ገዛ ደሞዝ ክሕልዎ አለዎ ርእሱ አብ ምትታይ ወይ ካብመንግስቲ ናይ ዝቅመጦ ዓዲ እንዳተአበየ ከምጽእሉ አይከአልንእዩ። ምናልባት ምሉእ ናይ ስደተኛ ምቅባል ተቀቢሎሞ ሓቢሩ እንተነበረ እቶም United nation Refugees council ክተሓጋገዝዎ ይክእሉ እዮም ዢ ግን ካብ ኢርትራ ዘይኮነ ክብ ጎረባብቲ ክከውን ይከአል እዩ። ሰለዚ ብጉጉይ ሓበሪታ ዘካይድዎ አለው። ገለ ድማ ምስ አምጽእወን ሰለ ዝጠልሞኦም ወይ ከምኡ ሰለ ዝሰምዑ አብኦም ከይድገም ስግአት አለ አለዎም ከምቲ ዝበልኩሞ ንመፍረ ጥራይ አበብ ዝጠዓሞም እንዳከዱ የተንፍሱ ማለት እዩ። እዚ ብሓቂ ደቂ አንስትዮ ክበልሓሉ ዘለወን እዩ። ሓበሬታ ምእካብ መጽናዕቲ ምግብር ሓታሓታ ኢልካ ምምርዓው ዘይኮነ ሕጸ ትገብር ናይ መጸናንዒ ግዜ ጌርካ ድማ ትጸንንዕ። እንተዘይኮይኑ ኩልካ ብቢጉርሕካ ተእካኪብካ ደሕር ክትብዳደል አለክ ጽቡቅ አይኮነን።
@user-uf1hn5zl8q
@user-uf1hn5zl8q 2 жыл бұрын
Zhabe fetari abzihu yihabo
@aboodi2068
@aboodi2068 2 жыл бұрын
❤️❤️❤️❤️❤️
@selamawitberhe4283
@selamawitberhe4283 2 жыл бұрын
❤❤❤❤❤
@akiserikitchen6290
@akiserikitchen6290 2 жыл бұрын
ጽቡቕ ዝገበር ንርእሱ አዩ ህወትኪ ሙልእ ተሓጉስኪ ንበርኪ ኩሉ ኣብኡ ስለዘሎ
@mensurabe2624
@mensurabe2624 2 жыл бұрын
رمضان كريم واد جبالي،،،،،،
@mullert2478
@mullert2478 2 жыл бұрын
Wdi jbelie memher nay Hewitt u zezirebo zeriba ab kulu seb zello u
@regatgebreu9130
@regatgebreu9130 2 жыл бұрын
Please Yonas, could bring next topic about abuse your own child or your family friend child. 🙏 Second topic about a wife close her own husband from family and friends for many years. Betame zehizen. Thanks
@weintahagos9868
@weintahagos9868 2 жыл бұрын
❤👍👍👍
@helenkidane5423
@helenkidane5423 2 жыл бұрын
You are the best very smart man
@meharikebede980
@meharikebede980 2 жыл бұрын
Wellcome burukat
@fioriamanuel1513
@fioriamanuel1513 2 жыл бұрын
Deki eri 🇪🇷🇪🇷❤❤😍😍✌
@fortosawa6274
@fortosawa6274 2 жыл бұрын
ደቂ ኤረይ ብሩኻት ወዲ ጀበሊ ምስ ዮናስ እንቛዕ ድሐን መጻእኩም ሕቡናት።
@stellaberhane1053
@stellaberhane1053 2 жыл бұрын
Look nice. For Health 👍👍👍👍😁🇪🇷
@helenkidane5423
@helenkidane5423 2 жыл бұрын
Thank you guys 👏👏👏👏👏
@teklegere82
@teklegere82 2 жыл бұрын
👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪
@khairioibrahim4586
@khairioibrahim4586 2 жыл бұрын
Merhaba memehrna wedjebel edemen tenan yehbkom
@blasattmesgan4100
@blasattmesgan4100 2 жыл бұрын
❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤👍🙏🙏🙏
@Massawino0722
@Massawino0722 2 жыл бұрын
ክፋል 28 ኢያ 29 ጺሒፉክማ ኣለኹም
@menyaphonetastic8319
@menyaphonetastic8319 2 жыл бұрын
🙏🙏🙏🙏🙏
@yohanaghebrihiwot6654
@yohanaghebrihiwot6654 2 жыл бұрын
Merhaba
@Annn496
@Annn496 2 жыл бұрын
ጽብቅ መድብ
@humanright24
@humanright24 2 жыл бұрын
🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@fessehayetewolde4410
@fessehayetewolde4410 2 жыл бұрын
ሰላም ሰላም ዮናስ ከምኡ ወዲ ጀበሊ ሎሚ ቀነ ናብ ኪሎ ማጆሩ ጎቦ በረድ በርትዑ ሰለ ዘሎ እዛ ጃከት አይትረሳዓያ
@zaidworqi5871
@zaidworqi5871 2 жыл бұрын
Iqai dahan mexakum Yenas Kmeu Wede jabli Bhaqewta ena nxbyekum Så selamn tinan ymnayelkum Eray xaida
@tsegeredatekleab537
@tsegeredatekleab537 2 жыл бұрын
🇪🇷❤
@shorryduwop1829
@shorryduwop1829 2 жыл бұрын
Muhamed Ansse is my home boy he was born in Ghinda.
@habtamlbona9691
@habtamlbona9691 Жыл бұрын
Yenas bqedamnet selam nakum ykun bmqxal eza ktbele tray aymextn 4 amet ab dege konka zeykones ab wshti. Hager keleka leli 4 amet tefelyom kemezelfwo aytzenge
@fevenfebu874
@fevenfebu874 2 жыл бұрын
Welcome ata buruk sebay
@berhanetewolde3247
@berhanetewolde3247 2 жыл бұрын
ኣብዛ ዘልዓልኩማ ብዛዕባ ተመርዕዮም ኣንስቶም ኣብ ሃገር:ንሶም ኣብ ወጻኢ ትብል መልሲ ኣለኒ። ~ክትወስደን ትደሊ:ግን ኣብ ደገ ዘሎ ጸገም ኣንስትኻ ከምጽኡልካ ጽሒፍካ ዝውዳእ ኣይኮነን። ~ደቅኻ ኣብ ኤርትራ ክዓብዩልካ ጽድቂ ኢዩ:ኣብ ደገ ክዓብዩ ግን ጸይቂ ኢዩ። ~ብዘይ ሰብኣይካ ብዘይ ሰበይትኻ ናብራ ዝምነዮ የለን።ክኾነሎም ኢሎም:ሓዳሮም ንኢትዮጵያ ንሱዳን ኡጋንዳን ካልእን ዘሕለፉ:ረኺቦሞ ዘለዉ ሽግር መግለጺ የብሉን።ኣብ ጣዕሳን ኣሕ ምባልን በጺሖም ኣለዉ። ~ስለዚ ጋዜጠኛ ዮናስ ሓውና:ብኹሉ ሸነኹ ምርኣይ ከድልየካ ኢዩ።
@ambesajrsemere723
@ambesajrsemere723 2 жыл бұрын
እታ ሓሲኻ ዘይንስኻ ምምሳል ዳርጋ ወደስመራ ኣዝማሪኖ ንኽብሃል ዝገብርዎ ብዙሓት ሰባት ኣረብሪቦምኒ እዮም ወረግ ገሊኦምስ ኣጸቢቐ ውሽጦም ውሻጢኦም ዝፈልጦም ሙሉቕ ይብሎም'ሞ ጎቦ ዓይነይ ጌረ ይገንሖም ደው ተቢሎም ግርም ኣይኮነን ከኣ ምስ መን ተዕልል ከምዘለኻ ዘንጊዒኻ ዲኻ ይብሎ ሕማምምምም፡
@user-ju7uw2qw9o
@user-ju7uw2qw9o 2 жыл бұрын
ወዲ ጀበሊ ማለት
@user-lr1mo6vr8p
@user-lr1mo6vr8p 2 жыл бұрын
አስሊ
@mahmoudibrahimmohammed
@mahmoudibrahimmohammed 2 жыл бұрын
❤❤❤❤❤❤💯💯💯
@letinaamlesom3189
@letinaamlesom3189 2 жыл бұрын
Wawwww nis jacket
@arongoitom6374
@arongoitom6374 2 жыл бұрын
Yoni hawey 28 ክፋል ከደኣ ዘሊልኩማ ዶስ 2022 ተሪፋ ኢያ
@majornamen7150
@majornamen7150 2 жыл бұрын
ዮናስ ደጉኹም ግን እንኳዕዳሓን መጻእኹም
@mariqossium236
@mariqossium236 2 жыл бұрын
seb fetiu aykonene ms sebeytu tefelalyu kneber tegedidu eu kendey kolel
@user-ju7uw2qw9o
@user-ju7uw2qw9o 2 жыл бұрын
28 ማኣሰይ ሓሊፋትኒ።
@awetzemuy8685
@awetzemuy8685 2 жыл бұрын
Mjemerta selam deqi Eri 🙏 Qtele eski Bzaba Azerariba qaniqa Tigrinja ab nzerarbos nay bhaqi do Tigrinja teray nezarb alen ? Komuwen saasiatena k kemey alo naby k ykyd alo teblu ? Yqnily
@samiwedi5977
@samiwedi5977 2 жыл бұрын
ጭልፍ ጭለፍ ባ ኣይተብልዎ ሰብ ፈታ ኣይኮነትን ካብ በኣልቲ ቤቱ ወይ ካብ ደቁ ተፈልዩ 4ዓመት ትፍለ ወላ እቲ ሰብኣይ ከማን ዝጸልኦ ኣይኮነን ኣብ ሓደ ቦታ ክነብሩ ኣደካ ከም ዝላኣከትካ ዘይከነ ዕዳጋ ከም ዝጸንሓካ ኡ ዝግበር
@wedkebri8729
@wedkebri8729 2 жыл бұрын
Enqa bdhan mexka wed jeble nay bhaqe xebuk tmhrte eyi kulu medbka adme yehbka.
@astraestefanos9865
@astraestefanos9865 2 жыл бұрын
Wediy Gebeli abon aAmilaki eidemeni tieina yehabika Fereta Amilaki Tieina yehabikiy Yonas tieina yehabika
@zeragabirhabtemariam7287
@zeragabirhabtemariam7287 2 жыл бұрын
ወዲ ጀበሊ ንስኻ ባ፡ ሽኮር።
@mebrahtikiflemariam1002
@mebrahtikiflemariam1002 2 жыл бұрын
❤❤❤👍👍👍👍🙏🙏🙏
@regatgebreu9130
@regatgebreu9130 2 жыл бұрын
If you are a liyer special in your hader in Long term not good because it will be destroy your relationship.
@mariqossium236
@mariqossium236 2 жыл бұрын
eza Nay hadar bzuh zeytfeltwo sle zelo kthatlu eu xbuq
@ghideytekeste6830
@ghideytekeste6830 2 жыл бұрын
Aesy mekeretey
@awelkhiernassir3037
@awelkhiernassir3037 2 жыл бұрын
Nay senbet tetegebra eza program bezuhat sebat meteketatelewa
@regatgebreu9130
@regatgebreu9130 2 жыл бұрын
Haset is Hemak amel 🤔
@aberafshaye1310
@aberafshaye1310 2 жыл бұрын
Wa, emo enda short Do kekada Dolikumen
@yoditkidane2415
@yoditkidane2415 2 жыл бұрын
We'd jebeli hewey ajoka Freweyni kas grma tekedeni
@bkeri8365
@bkeri8365 2 жыл бұрын
Ferta kkkk ferta g b u
@sabatesfamariam2318
@sabatesfamariam2318 2 жыл бұрын
B
@tekletgebrengus720
@tekletgebrengus720 2 жыл бұрын
Enqa bedhan metsakom yoni and jebl gen 28 aydanayan aywereten ala
@MT1898
@MT1898 2 жыл бұрын
ሰላም ኩቡራት ኣሕዋት ኣሓት ሓዳሽ channel ከፊተ ኣለኩ ።ምስላታት ጥቅስታት ጽሕፋትን ... ወዘተ ኣለኩም ።Subscribe, ኣብዚ.....
@taamemaharijtbortcasameket1878
@taamemaharijtbortcasameket1878 2 жыл бұрын
ወዲ ጀበልስ ገለ ዶላሪ ክህሉዋ ግድእዪ። ነዛ ጅባ መፊታሽ እበዝሕላ ንዮናስ ዳሪጋ እይሶሞዕን ዞሎ ዳሪ ሓሪ ዘይኮነልካ።ሪስበክቲ ዪ ሚስማዕ ።
@makeeritreagreenagain9683
@makeeritreagreenagain9683 2 жыл бұрын
Yonas ezia zbelkaya melsi hadiom dege hadiom ab wshti hager gega zeykonet ruusu zkeale abi shigr ab dege dekka nmiebay bdho sle zelo eyu kemu koynu. Seb hadar gdn bhansab kkonu alewom tekoynu slemntay ab Asseb zelo wethader n erefti dhri 1 wey 2 amet erfti ngeziu ykeyd ezi ke entay ktblo guday hager teelkani, naytiom kea guday kolu miebay eyu, bzkone lbonan mstiealn zgodelo melsi hibkum nhzbi aytsdedlu
@007dc7
@007dc7 2 жыл бұрын
ን ወዲ ጀበሊ.. ደውሉ ሰበይተይ ትዝሙ ኣላ ዝበሎ ቅድም ርገጽና ሙካን.. ድሕሪኡ ግን ሰብኣይ ይኹን ሰበይቲ ትዝሙ እንተኮይም.. አነ መጀምርያ ዝገብራ ዓራተይ.. ይፈሊ.. ንሰበይተይ ይነግራ.. እቲ ቀንዲ ሆወተይ የገድሰን.. ክሓምም ኣይደልን ይብላ... ድሕሪኡ.. ይብላ ንስኪ.. ምናልባት ልምዲ ሕዙክ ክትገድፍዮ ዘክኣልኪ ትኾን.. ስምዒት ኢዪ ሐንቲ ኣይዘልክን ግን ገዛ ንዓኺ ምስ ደቀይ ይገድፈልኪ.. ገዛ ሒዘ ኣለኹ ቻው.. ቀስ ኢልና ሽግርና ንፈትሖ ይብላ ይገድፋ... ሎሚ ብዙሓት ኣንስቲ ኤርትራውያን ልዕሊ ሰብኣይ ይዝምዋ እየን.. አብ ሥራሕ ንርየን እና
@007dc7
@007dc7 2 жыл бұрын
ዮናስ ብዝዓባ ሓዳሩ አብ ዓዲ ንሱ አብ ስደት ጌጋ እልካ... ከምጽምምካ እዩ.. ስለምንታይ ከምኡ ገይርና ኩሉ ነናቱ ምክንያት ኣለዎ.. እዚ ግን ንኹሉ ኣይኮነን.. ቀንዲ ጸጋ.. ብዘይ sex ምጽናሕ ንነዊሕ ክልተካ ክህልወካ ኣለዎ.. ሰበይትኻ ጸጋ ኣለኒ እላትካ.. እምነት እዩ.. ኣነስ ተምሓርይ ከለኹ.. Girl friend sex distruction እዩ ንትምህርተይ ኢለ 5 ዓመት ጓል ኣይከረብቁን.. University ኢዪ ብዙሓት ይሓታካ ግን ዕላማ እዩ አነ ብክልተ ነገር እየ አነ ካብዚ ከይደ እየ 2015 ተመርእየ.. ቅድም ካብ ሐንቲ ወልደ ነይረ.. እቲ ቆልዓ ኣዝዩ ፍሉይ ካብ ባህለይ ኴንኩአይ... ቆልኣይ ክብሎስ ከብዱን... ስነ ስርዓት ውን የብሉን.. ክትቀጽኦ ኣይክኣልን.. ሕጂ ምስ ሰበይተይ ተሰማምዕና ንሳ ኣብኡ ደቅና ከተዕቢ አነ ኩሉ ምስ ወዳክኡ ዓደይ ክኣቱ ድሕሪ ጥሮታ ኢለያ ተሰማምዕና.. አነ እቶም ዓዲ ዘለዉ እየ ደቀይ ዝስምዓን.. ንሳውን ሕጉስቲ እያ.. ሰራሐተኛ ኣላታ.. እቲ ቀንዲ እምነት እዩ.. እምነት ዜይብሉ ሰብ ከቢድ.. አብ ዓመት ወይ እንተነውሐ 2 ዓመት.. ን ወርሒ ወይ ሎሊኡ እየ ዝኸይድ ዮናስ ሓወይ እቲ ሽግር ናይ ስደት እንድዩ.. ንሕና ዓድና ክንኣቱ እና.. ደቅና ሰበይትና ገዛና ትካልና.. አብ ዓድና እዩ.. መቀረት ዘለዎ.. ኣብዚ ወልድካ ንመን እና ገድፍናሎም ንኸይድ እዙ ኩሉ ኣምሕርናስ ዓድና ህዝብናን ድኣ ከቢድ ኣይኮነን. ብጣዕሚ ሑጉስ እየ ሰበይተይ ይኣምና እየ.. ሑጉስ እየ ብውሳነይ ኣነስ ብዙሓት ከምኡ ተዝገብሩ.. አብ ኤርትራ እቲ ratio ደቂ ኣንስትዮ ይበዝሓ.. ብዙሓት ከይወለዳ ጊዜ ከርክበን እዩ.. ከምዚ ናህና ዋላ ዝደልያ ይህልዋ.. እቲ ወለዶ ይበዝሕ... ቆልዓ ክአ ዝበለጸ ሃብቲ እዩ
@abeltessfamariam4468
@abeltessfamariam4468 2 жыл бұрын
Kisab tirota tiwesid ke tefelalika kitnebir kebid eyu personal natey eyu sorry
@andebrhanhaile7418
@andebrhanhaile7418 2 жыл бұрын
ሓዶት ዘይኮነስ፡ ጃህራ እዩ ። ተጃሃሪ። ድኻ ከሎ ሃብታም ኮይኑ ክርኤ ዝደሊ። ርእሰ ምትእምማን ዘይብሉ ሰብ እዩ ዝጀሃር።
@medhaniekelati7790
@medhaniekelati7790 2 жыл бұрын
ክላእ ወዲ ጀበሊ ምስትምሳል ጥራሕ ኮይንካ ጸጽቡቁ ናይ ሕብረተሰብና ግዳ ዘይተቅርብ ነቲ ሕሕማቁ ጥራሕ ኣብ ሜድያ ከተቅርብ በቲ ወሕድ ዕዋላዊ ኣታሓሳስባ ከተቅርብ ነቲ ዝምልከተካ ናይ ሞራል ውድቀት ኢዮ እዚ ትብሎ ዘለኻ ኣብ ሜድያ ኣይቀርብን ኢዮ እንታይ ኢዮ ዕላማኹም ጸጽቡቁ ዘየተቅርቡ ሃውተቲ መደብኩም ሰልቻዊ ዳኾነ መጺኡ ፖእእእእ ካልእ ማሃሪ መደብ ኣምጹ እዚ ሕብረተሰብ ዘይሃንጽ ሳክት ናይ ኣንጎሎ ዕላላት ኣዚዮ ሃብታም ሓሳብን ሕብረተሰባዊ ኣካይዳን ኣለና ንዑኡ ዳህስስዎ ኤርትራ ማለት እኮ ኣስመራ ጥራሕ ኣይኮነትን ውጹ ንኩሉ ዞባታት ዝርዎ ሓያልን ማሃርን መሳጥን ባህልን ክብርታትን ኣለና ነቲ ኣብ ደገ ዘሎ ኻኣ እዚ ኢዮ ዝማርኾ ኮይኑ ይስመዓኒ ወዲ ጀበሊ ግን ኣብቲ መጀመሪያ ናይ ሂወት ፕሪንስፕል ጽቡቅ የምጾ ነይሩ እንተ ሕጂ ግን ፉሕ ኢላቶ ናይ ሃብታም ምልጋጽ ንድኽነት ካኣ ከም ዕጫን ከም ቡሉጽነትን ምቅባል ከንጸባርቅ ካብ ዝጅምር ነዊሕ ገይሩ ስለዚ መደብኩም ቁሩብ ቀምርዎ ስቅ ኢልካ ምስትምሳል ማሃሪ ኣይኮነን ናብ ካልእ ከይስዕርር
@djnbgm8906
@djnbgm8906 2 жыл бұрын
Awa andhr tauy akribka tauy andyu antay mhbar wey mmhar adlywo yxawet aleku beleni
@asmaitawetu390
@asmaitawetu390 2 жыл бұрын
🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷
EMN -  ክፋል 30 - ዕላል ወዲ ጀበሊ - Eritrean Media Network
30:46
ERITREAN MEDIA NETWORK
Рет қаралды 33 М.
黑天使遇到什么了?#short #angel #clown
00:34
Super Beauty team
Рет қаралды 43 МЛН
Идеально повторил? Хотите вторую часть?
00:13
⚡️КАН АНДРЕЙ⚡️
Рет қаралды 18 МЛН
ሳዋ ሽኮር ኣብ ማእከል ትግራይ እንተርብ
10:23
ብጻዕርካ እዩ ዝዕወት
Рет қаралды 1,8 М.
EMN - 10ይክፋል -ዕላል ምስ ወዲ ጀበሊ - Eritrean Media Network
36:07
EMN - 27 ክፋል - ዕላል ወዲ ጀበሊ  - Eritrean Media Network
56:16
ERITREAN MEDIA NETWORK
Рет қаралды 78 М.
EMN -  ክፋል 31 - ዕላል ወዲ ጀበሊ - Eritrean Media Network
39:01
ERITREAN MEDIA NETWORK
Рет қаралды 30 М.