EMN - 7ይ ክፋል-ሕክያ ወዲ ከረን - Eritrean Media Network

  Рет қаралды 65,025

 ERITREAN MEDIA NETWORK

ERITREAN MEDIA NETWORK

2 жыл бұрын

/ officialeritreanmedian...
****************************************************************
EMN - 7ይ ክፋል-ሕክያ ወዲ ከረን - Eritrean Media Network

Пікірлер: 309
@followtruthh.o.a68
@followtruthh.o.a68 2 жыл бұрын
ኩቡር ጋዜጠኛ ዮናስ ታሪኽ ዝሰርሑ በብሓደ ይሓልፉ ኣለዉ። ኣነ ንሓርበኛ ስንኩል ተጋዳላይ ወዲ ማጆር ናይ 30 ጥይት መውጋእቲ ኣሕሊፉ ብሂወት ካበዝነብሩ ዘለው ጀጋኑ እዩ እሞ ከይሓለፈ ከሎ ዘይተቅርቡልና።
@biniamtekie2716
@biniamtekie2716 2 жыл бұрын
ከምዚኦም ዓይነት ቅርሲ እንተለዉ ቴሌ ደዊልካ ኣካፍሎ ኮመንቲ ብዙሕ ኣይንብቡን እዮም ዝዓርከይ
@yoditsahle2046
@yoditsahle2046 2 жыл бұрын
አዝዩ ጽቡቅ ርኢቶዩ ጀጋኑና ታሪኾም ክስነድ አለዎ
@followtruthh.o.a68
@followtruthh.o.a68 2 жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏☪️✝️
@dawitgebrat1878
@dawitgebrat1878 2 жыл бұрын
ወዲ ከረን ወኪል ኣፈኛ ህልዋትን ሰማእትን ስክኩላንን ብጾቱ ሓርበኛታት ተጋደልቲ ኤርትራ፡ ብሓቂ ኢደይ ወሲዳታ ፈንጂ እናበለ ወዲ ትኩል ክደርፈሎም ዝግብኦምዩ🇪🇷♥✌🏽
@ribkaghebremeskel6548
@ribkaghebremeskel6548 2 жыл бұрын
ጅግና ወዲ ከረን ሙሉእ ጥዕናን ዕድመን እምነየልካ። ኣምላኽ ካብ ዚ ኩሉ መከራ ንዓኻ ዘጽንሓልና ከምቲ ዝበልካዮ ናይ ብሓቂ ቅርሲ ሀገር ንኽትከው እዩ !!! 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️
@filimontadese4947
@filimontadese4947 2 жыл бұрын
ኤርትራዊ ኹቡር መንነት❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤
@letinaberhane2172
@letinaberhane2172 2 жыл бұрын
ኣቤት ተወፋይነት ኣቤት ገድሊ ኣቤት ትብዓት ❤🙂👍❤🙂👍❤🙂👍🙂❤🙂👍
@teaghes7654
@teaghes7654 2 жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@yoditsahle2046
@yoditsahle2046 2 жыл бұрын
ሰራኽቲ ቅያ ተጋደልትና አብ ልብናዩ ሰፈሮም 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Hiwet-fe1if
@Hiwet-fe1if 2 жыл бұрын
ወዲ ከረን እዙ ኩሉ ዝገለጽካዮ ኩሉ እቱ ቦታ ኩሉ ሓቂ ዋላሓንቲ ሓሶት የብሉን ንፍዕ
@kerenshikor1981
@kerenshikor1981 2 жыл бұрын
አዋይ ኣነስ አና ሓደረ , ሓድሽ, ይኮነኒ , ዛንታ, ተጋደልትና, ኣየ, ኤርትራና, ብጡሙይ ከብዶም, ብጹሙእ ጎሮሩኦም, ዮም ተሰዊኦም, ሎሚ ከኣ ንሕና ኣብ youtube ኮፍ, አልና, ተጋዳላይ ሺፍታ, ክንብሎ, ብሓቂ ይሕዝን, ዓወት ንሓፋሽ, ተሪፍኩም ዘለኹም ክበሩልና, ኣዘንትዉልና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ኩቡር መንነት 👏👏👏
@zowdikidane3760
@zowdikidane3760 2 жыл бұрын
Yase you are right 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏♥️💯😭😭😭😭👍👍👍
@user-ji8hx8tk5w
@user-ji8hx8tk5w 2 жыл бұрын
ኣጂካ ወዲ ከረን ሓወይ ሰለና ናዓና ኽጥዕመና ኢካ ሰንኪልካ ኤርትራ ንክጥዕማ ኣለና ኣብ ጎንካ ኩሉ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ጎንካ ኢዩ ጅግና ከም ወትሩ።
@asmeromtesfaslasie70
@asmeromtesfaslasie70 2 жыл бұрын
መርሓባ ደቂ ሓላል መሬት ደቂ ኤረይ ናይ ብሓቂ መግለጺ ሲኢነልካ ካብ ኣጋላልጻኻ ኣይትበል ስሚዒትካ ናይ ብሓቂ ኣድኒቀካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ወዲ ከረን ።ህዝባዊ ግንባር ኣእምሮና እዩ ይዕጥቅና ኣማን ብኣማ ይበል ዘረባ 👌👌👌🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@elshadaimesfun9604
@elshadaimesfun9604 2 жыл бұрын
ናይ ምዝካርን ምትራኽን ዓቕሙ፡ ማሽኣላህ ! ክብረት ይሃበልና ጀጋኑ ሳሕል ! ንስኻትኩም ንሃገር ግምጃኣ ኢኹም።
@kflaygebrebrhan5998
@kflaygebrebrhan5998 2 жыл бұрын
ወዲ ከረን ብጣዕሚ ጽቡቅ ኣጋላልጻ ዕድመን ጥዕናንን ይሃብካ
@kudus7756
@kudus7756 2 жыл бұрын
ዋው እንዳ ጥዓመ ከደ፡ ዮኒ ንፍዕ በርባሪ ጀጋኑ ኢለካ ኣሎኹ። ወዲ ከረን እሞ መግለጺ ሲኢነልካ ኩሉ ትኽእሎ።
@hadinet23
@hadinet23 2 жыл бұрын
ወዲ ከረን ብዓል ምሉእ ርእሰተኣማንነት ኣብነት ተስፋን ጽንዓትን ንበር ክበር
@erinabella5455
@erinabella5455 2 жыл бұрын
ፈንቅል ግምባር ጊንዳዕ ብደምን ብአዕጽምትን ጀጋኑ ጸኒዓ ማዕጾ ነጻነት ዘርሓወት 💪🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️
@thomastekle7177
@thomastekle7177 2 жыл бұрын
ተዐወት ወዲ ከረን ፣ አይ ወ ኤርትራ እንዳበለ ከንደይ ጎበዝ ወዲቃ ሃገር አረኪቦምና ፣ ከብረት ን ሞጎስን ተጋደልትና ።
@bqse6142
@bqse6142 2 жыл бұрын
መርሓባ ዮኒ ጅግና ወዲ ከረን ክንዲ ሽሕ ጅግና ኣርካን ደሃይኩም ኣይተሓባእ ርሑስ በዓል ዝኽሪ ስርሒት ፈንቅል """ ፈንቅል ሕላገት ጅግንነት ወሎዶታት """ እንቋዕ ኣብቀዓና ንኹልና ኣብ ውሽጥን ደገን ደለና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 🎉🍾🎊🌟🍾🎈🎊🌹🍾🎖🌙🎆🎊🎉🌠⛪💝🕌❤⛪🇪🇷🕌🇪🇷✊🇪🇷✊🇪🇷💪🇪🇷✊🇪🇷✊🇪🇷💪🇪🇷🙏🕌🇪🇷⛪
@zowdikidane3760
@zowdikidane3760 2 жыл бұрын
Yase you are right 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏♥️💯💯💐😭😭😭😭😭👍👍👍
@samuelyowhanneskefali2322
@samuelyowhanneskefali2322 2 жыл бұрын
Mejmerya thank u yonas bemkxale hanti kale Ala des zebltein nesa Kea eritrana natna eya tble yesssss yesss genzbna behaki 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
@belayneschbegazion3286
@belayneschbegazion3286 2 жыл бұрын
መርሓባ ወዲ ከረን ከምኡ ውን ዮናስ ሩሑስ ብዓል ፈንቅል 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍🏼
@habtetareke9215
@habtetareke9215 2 жыл бұрын
ኤርትራዊ ክቡር መንነት ጅግንነት ኤርትራውያን ዘርዚርካ ኣይውዳእን ኢዩ ወዲ ኸረን ጅግና ብጣዕሚ ኣድኒቐካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።ዮናስ ሓውና ተቕርቦ ብጣዕሚ ጽቡቕ ታሪኽ ክዝንቶ ኣለዎ ቀጽሎ።
@zaidtewelde2368
@zaidtewelde2368 2 жыл бұрын
መርሓባ ወድ ከረን ሓወይ ጽቡቅ ኣጋላልጻ ዘልኣለማዊ ዝክሪ ንሰማኢታት ኤርትራ ዓወት ን ሓፋሽ 💪🇪🇷🌷🌷🌷💐💪🐪🐪🇪🇷💕ነምስግነካ ዮናስ ኣብራሃ ጽቡቅመደብ ቀጽሉዎ 🙏🏾🎺🐪🇪🇷💕💕💕
@efemtes9155
@efemtes9155 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቕ አገላልጻ ናይ ብሐቂ ሰብ አለዋ እዛ ሀገር ጅግና አብ ኩሉ አሎ አብ ኩሉ። እሞ ንወዲ ከረን ወይ ወዲ ጀበሊ አብ ተቕርብሉ ጊዜ ☎️ ብቴሌፎን ክሐትት ዝደሊ ሰብ ቡዙሕ አሎ ነቲ መደብውን መቐረት ምሀቦ አብታ ናይ ዕላል መዓልቲ እንተትሕብሩና ሕቶ ዘለዎ ምሐተተ ተዘክሮ ዘለዎ ከአ ነናቱ መካፈለ።
@romatela7057
@romatela7057 2 жыл бұрын
ወዲ ከረን ዕላልካ አዝዩ ጥዑም እዩ ዝና ጅግንንነት ኩሉ ግዜ ኢና ንሰምዖ አዝዩ ካአ ዘስደምምን ሰሐብኒእዩ ካባካ መሊስና ክንሰምዖ ከለና ከአ አዝዩ ላዛ ዘለዎ ማራኪ ደጋጊምካ ዝምዖዮ ይመጻካ Thank you 👏👏👏
@zufantewelde892
@zufantewelde892 2 жыл бұрын
Thank you wdi Keren for sharing this amazing story 😢😢😢🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏
@hanasolomon2348
@hanasolomon2348 2 жыл бұрын
I'm proud to be Eritrea 🇪🇷 ❤ ✨ ♥ 💖 💕 🇪🇷 ❤ ✨ ♥ 💖 💕
@asrom7507
@asrom7507 2 жыл бұрын
Well came 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@kedistia7842
@kedistia7842 2 жыл бұрын
🏅🇪🇷❤🇪🇷🏅❤🇪🇷Deki Erey Hiseubat Meanta,Geganu Tarikum Hiyaw Koyn Yenebren,Yezmern "Glory to our Hiro Martyres and Gud Bless Eri Military Defens 🥇🏅🇪🇷🥇🏅🇪🇷❤🏅🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🏅🏅🏅🏅🏅🏅❤❤❤💫🇪🇷Forever
@eritreakebretey6255
@eritreakebretey6255 2 жыл бұрын
Kuburat Eritrean heros deki Ere.Eritrea the land of HEROES.Always proud to be Eritrean 🇪🇷❤🇪🇷🙏💪
@nebu5224
@nebu5224 2 жыл бұрын
መርሓባ ወዲ ኸረን ጅግና አድመን ጥአናን ይሃብኩም ደቂ ኤሪ 🇪🇷🙏❤
@user-ed9lm4mo2s
@user-ed9lm4mo2s 2 жыл бұрын
ጅግንነት ኤርትራውያን ኣብ ዓለም መዳርግቲ ኣልቦ'ዩ
@letinaberhane2172
@letinaberhane2172 2 жыл бұрын
የቐንየልና ክቡራት ሓርበኛታት ክቡራት ተጋደልቲ ❤🙂👍❤🙂👍❤🙂👍❤🙂👍❤👍👍❤👍👍🙂❤👍👍🙂❤🙂👍❤🙂👍❤🙂
@lemlemseyoum6476
@lemlemseyoum6476 2 жыл бұрын
I love wead keran keep going we love you so much you are the greatest Hero of Eritrea ❤🇪🇷
@user-py8yp8px7y
@user-py8yp8px7y 2 жыл бұрын
🙏ዋውው ወዲ ኸረን ብልቢ ክብረት ይሃበለይ 🙏ኣዝዩ መሳጥ ዝኾነ ታሪኽ ጀጋኑና ኣተናትናኻ ደስ ዝብል. ክንደይ'ከ ይጥዕም ኤዩ እቲ ሕክያኻ ደጊመ ክብረት ይሃበለይ 🙏⛪️🕌🙏
@michealtesfamariam6874
@michealtesfamariam6874 2 жыл бұрын
ዮናስ ሎሚ ፍልይቲ ን ጽብቕ ቲ ሕቶን ኢኻ ሓቲትካዮ ን ወዲ ከረን።ወዲ ከረን ኣንበሳ እንጌራ እዝጊ ብላዕ ።እቲ ሓቂ ከምዘለዎ ምግላጽካ ናይ ብሓቂ ብፍሉይ ኣድኒቐ ካ ከማኻ ይብዝሑ ።ኩሉ ግዜ ንጸላኢ ኣትሒትካ ምግላጽ ምንዓቕ ንከማኻ ሰብኣይ ከም ኣንስታዊ ኣጸዋውዓ ክተርፍ ኣለዎ ።ንሰማዕቲ ዝምስጥን ንሓቅን ብሓቂ ክግለጽ ከሎ ከምዛ ናይ ሎሚ ኣገላልጻ ክቐርብ ከሎ ዝያዳ ሳሓቢ ይገብሮ። የቕንየልና ዕድመን ጥዕና ን ኣብ ዘለኩም ዎ ።
@semharberhe8748
@semharberhe8748 2 жыл бұрын
Eway anes kfetweka kbren mgosen ygbeaka ♥️🇪🇷🌺🇪🇷🌷🇪🇷💜🇪🇷🌹🇪🇷
@aloniabo7466
@aloniabo7466 2 жыл бұрын
ጀጋኑ ደቂ ኤሪ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✊✊✊✊✊
@wt7061
@wt7061 2 жыл бұрын
ወዲ ከረን ቅርሲ ኤርትራና ኩለኹም ስንኩላትናን ህልዋትናን እንቃእ ተረፍካ ነዚጅግንነት ክትትርኽ ኣብቀዓካ ዝኽርን ክብርን ንሰራሕቲ ፈንቅል ስውኣትና ወትሩ ኣቦልብና ሰፈርኩም መንእሰይ ኣስተውዕል ብልብኻ ጠምት ።🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷
@floragebrea5mlak437
@floragebrea5mlak437 2 жыл бұрын
መርሐባ ወዲ ኸረን ጅግና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ
@yoditsemere9427
@yoditsemere9427 2 жыл бұрын
የቐንየልና ዮናስ ውዕሎ ጅግንነት ኣርካናት ገድልና ንኽገልጽ ወዲ ከረን ጅግና ዘቅረብካልና ነመስግነካ። ወዲ ከረን ጅግና ምሉእነት ዘለካ በቲ ተዘናግዐና ብዋዛ ትምህረና ሎሚ ድማ በቲ ቀንዲ መግለጺኻ ውዕሎኻ ዘካፈልካና ክብሪ ይሃብካ።
@adesador854
@adesador854 2 жыл бұрын
ኣቤት ጅግንነት ንገሊኦም ጽውጽዋይ ይኾኖምዩ 👌❤❤ዮኒ ሓወይ የቐንየልና ጀጋኑና ኣምጸኣልና በጃኻ ኣይትተሓለል
@dana.j9062
@dana.j9062 Жыл бұрын
Eritrea is so gifted with its People 🙌🫶 Heroes, hard working, and genuine Beautiful People!! One Eritrea One Nation!! 🇪🇷 🙌🫶
@godaiftv8319
@godaiftv8319 2 жыл бұрын
❤️❤️❤️ the best show
@arayated5608
@arayated5608 2 жыл бұрын
ተሓቢነ,,,, ኤርትራዊ ምኻነይ,,,🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷ኤርትራ ብደም ቀየሕቲ ዕንባባ ጀጋኑ ተረኺብ,,,, ብጀጋኑ ደቃ ክትሕሎ እያ,,,🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@user-tz9rw5xj1q
@user-tz9rw5xj1q 2 жыл бұрын
ወዲ ከረን ጅግና ኣባጥረግ፡ ዮናስ ከኣ ብጣዕሚ ኢየ ዝንእደካ ስለ እቲ ደኪመ ከይበልካ ትጎዓዞ ጉዕዞ, ግን ናይ ነብሲ ወከፍ ታሪኽ ተጋዳላይ ክንሰምዕ ምደለና ታሪኾም ሰንዱልና፡ ሕጂ ይዓብዩ ይኣርጉ ኣለዉ ጀጋኑ ኣቦታትና፡ ትኣሪኾም ሰንዱልና
@abrahalelegesse6226
@abrahalelegesse6226 2 жыл бұрын
ወትሩ ዓወት ን ሓፋሽ ክብርን ሞጎስን ን ሰማእታትና።
@helenabraha7801
@helenabraha7801 2 жыл бұрын
Enqui be selam mexaka kubur seb jegna 🇪🇷🙏🇪🇷
@robichannel7718
@robichannel7718 2 жыл бұрын
ጹቡቅን ጹፉፉን መደብ ደቂ ኤረይ ኣብ ዘልአኩም ኣምላክ ቅሳነት ራህዋ ብፍቅሪ ዘይተጸበኩሞ ልብካ ዘረስርስ ጡዕም ነገር የስማዑኩም ናበልኩ ብፍቅሪ ሳብስክራብ ግበሩለይ ኣብ ናተይ ኣቲኩም ኣብ ፑሩፋይለይ ኣብታ ባንዲራ ስእሊ ዘላታ ሸለል ኣይትበሉኒ በጃኩም
@tsegaandemicael711
@tsegaandemicael711 2 жыл бұрын
Wedy Keren hawey what a daynamic person you are all this happen 32 years ago and to hear from you now ,it looks like happend yesterday . U have very sharp memory . May God bless you and gives a long long life with a great health 🙏 and we looking forward for your an amazing story of our beloved country Hero's,❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️❤️❤️🇪🇷❤️😡❤️🇪🇷❤️🇪🇷
@teklehaimanothagos1332
@teklehaimanothagos1332 2 жыл бұрын
ዋውውውውውው ብጣዕሚ ኢየ ዘድንቀካ ዕድመን ጥዕናን የሃብካ ፈጣሪ ከመሲ እዚ ኩሉ ቦታታት ናይ ጽንዓደግለ ዝገለጽካዮ ንዘይፈልጦ ኣይርደኦን ኢዩ ግን .... ናይ ቆልዓ ነገር ስለ ዘይርሳዕ ሓራ ምስ ገበርክሞ ድፋዕኩም ሪኢናዮ ኢና ጀጋኑ ናይ በሓቂ ከምኡ ውን እቲ ህዝቢ ክሳብ ክደይ እጃሙ የበርክት ከምዝነበረ ክሳብ ክንደይ ከርተት ይብል ከምዝነበረ ብምግላጽካ ክብረት ይሃብካ። ገለ ቦታ ክንጠቅሰልካ ካብቲ ታባታት ከም ባጁጋ ብዙሕ ግዜ ዝወሰደት ኢያ ከም ዝርደኣኒ ከሙ ውን ሓሓይለ ዶራ ነፋሲት ኢዩ። ከሙ ውን ዮናስ ካብ መዓል ወዲ ጀበሊ 20 ክፋል ካብ ተቅርብ ከም መዓል ወዲ ከረን ዝበሉ 20 እንተ ተቅርብ ምሓሸ ምበልኩ።
@nasserahmed6758
@nasserahmed6758 2 жыл бұрын
ናይ ብሐቂ ጅግና ኩሉ አጋላልጻኻ ዘሕዝን ዘሔብን።እዛ ሀገር ሰብ ኣለዋ።ንምዕቃባ ድማ ናይ ኩላህና እዩ።ወድ ከረን ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ።የቄንየልና።ክብረት ይሀብካ።
@sami-rl3qp
@sami-rl3qp 2 жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌟🌟💐💐 deki eriy ayitseanu
@weletekidanknweletkidanse2342
@weletekidanknweletkidanse2342 2 жыл бұрын
ብዘይ ተረፍ እታ ሓቂ ወጺኣ❤🌹❤🌹❤ እግዚአብሔር ምሕረት ክገብረና ሰናይ ፍቃዱ ይኹን ።🇪🇷🇪🇷❤🌹❤ መንቀኛ ዓመጸኛ የርሕቀልና ዘይናትና ኣየብላዓና ❤❤❤🌹❤🇪🇷🇪🇷🌹❤🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹❤🇪🇷🇪🇷❤🌹🌹🇪🇷🌹🌹🇪🇷
@abrehetteklay9972
@abrehetteklay9972 2 жыл бұрын
Merhaba deqi Erey selamkum ybzah 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️♥️♥️
@janitorialserviceswellltd7527
@janitorialserviceswellltd7527 2 жыл бұрын
Eritrean Media Network hasisu zinebere Eritreawinet timelsuwo alekum kexiliwo and I love ❤️ you Eritrean 🇪🇷 and Eritrea
@whdesta4655
@whdesta4655 2 жыл бұрын
You are the special and Hero .
@antonyo5484
@antonyo5484 2 жыл бұрын
Merhaba deki Erey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️♥️
@weldemaryamtesfagergs2773
@weldemaryamtesfagergs2773 2 жыл бұрын
ኣሕሕሕ ኣጆካ ወዲ ከረን ማህደር ጀጋኑ ኣጆካ ምስክር ሰማእቲ ኣጆካ ዝተረፈ ዕድሜካ ኣምላክ ይባርካ
@sabinahabte9105
@sabinahabte9105 2 жыл бұрын
Jigna deki Erit🇪🇷❤️❤️❤️🇪🇷⭐️🇪🇷💫⭐️🇪🇷
@nkulubaqli8750
@nkulubaqli8750 2 жыл бұрын
ኣብየት ኣገላልጻ ናይ ብሓቂ ድንቂ ዝኮነ መስተንክር ቅያ እንዲኹም ሰሪሕኹም ጀጋኑና ብግቡእ ከኣ ገሊጽካዮ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ተጋዳላይ ወዲ ከረን ከምኡ ውን ጋዜጠኛ ዮናስ ዘልእለማዊ ዝኽሪ ከኣ ንሰማእታትና።
@slasyohannes7682
@slasyohannes7682 2 жыл бұрын
እንታይ ኢሞ ክንብል መግለጺ የብሉን ጅግንነትኩም ክብሪን ሞጎስን ንሰማአታትና። ሃገርና ካብ ዓይኒ ሐሳዳት ይሐልወልና ወዲ ኸረን ጅግና ወዲ ኢሬይ ተባረኽ።
@ghenetghebremicael7226
@ghenetghebremicael7226 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ነዚ መስተንክራዊ ፍጻሜ ክትሰምዕሲ 🤔🤔 ነብስኻ ትፍትሽ እሞ ማስጣኹም ከይወርደና ንፈርሕ ህዝቢ 🇪🇷ኽኣ ሙሉእ ስላምን ራህዋን ቅሳነትን ይሃብካ 🙏🙏🇪🇷♥️💪🌹
@user-pc9wk2vf1k
@user-pc9wk2vf1k 2 жыл бұрын
ወዲ ከረን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ።
@akhberetkibreab6571
@akhberetkibreab6571 2 жыл бұрын
🌟🌟🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌟🐪🐪🐪🌟I love you deki Eriy 🌟✊✊✊🌟🕯🕯🕯🕯🕯🕯🕯🕯🕯🌟🌟
@musiehaile8290
@musiehaile8290 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ ዘደንቕ ኣተራርኻ።ይበል
@joniboy7965
@joniboy7965 2 жыл бұрын
ፈንቅል ቅያ ስርሒት ጀጋኑ
@seattleonline4835
@seattleonline4835 2 жыл бұрын
It is amazing history and excellent story telling. Such testimony of genuine heroes gives heavy weight to our freedom. Dear wedikeren, thanks for telling the story as it is. Thanks Yonas for the program. I gave it 5 stars!!!!
@medhaniebaire60
@medhaniebaire60 2 жыл бұрын
Welcome EMN enqe dihan mexakum kexlwo medbatkum xebuk alo
@esutekie360
@esutekie360 2 жыл бұрын
ዋኣው ወዲከረን ጅግና ጽቡቕ ኣጋላልጻ ነመስግነካ እግዚኣብሔር ኣምላኽ መዋእል ይሃብካ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️‍🩹👑🙏
@dejenredae1594
@dejenredae1594 2 жыл бұрын
Eritrawi malet kubur mennet 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@onagaking3543
@onagaking3543 2 жыл бұрын
I'm Loving it!!!
@yordanostafla4557
@yordanostafla4557 2 жыл бұрын
Jeganu Deki Jeganu, Iti Kithabo Zeytikiel Tzienou Meswaati Hibkuum, Neza Halal Meriet Bidemkuum, Netza a Awtziikou, Banderana Zembelbelkumilnaa. Intay Imo Kibil IYE, Thank you so much. Awet Ni Serawitna, Iti Tzionou Zikone Hizbina, Ni Merhati a. Zelelemawi KIBRI Ni Siwatna. Wylith Love. Deki Jeganu.
@fanotekle3824
@fanotekle3824 2 жыл бұрын
ታሪኽና ታሪኽ ኤርትራውያን ሓበንዩ ኩርዓትዩ ኤርትራውነት ኩቡር መንነት ኢረይ ሰላም ናዓኺ
@ttvmattbtw7908
@ttvmattbtw7908 2 жыл бұрын
Wow they was hungry and thirsty when they sacrifice their life for the country what history eritrea must be lucky to have great sons and daughters God Bless Eritrea and it people amen!!!
@Hellokitty-lr1eg
@Hellokitty-lr1eg 2 жыл бұрын
Yes, that particular phrase made me cry.
@hagosdebesay8960
@hagosdebesay8960 2 жыл бұрын
ጅግና ወዲ ከረን 100 ሚትዊት ጅግና ጀጋኑ ኣብ ከባቢ መቀርካ ደቂሽሓይ ጋል ትርከቦም ስዉኣት ብጃሱሳት ምሽር ዝለሓኾም ብጭቅ ከይበሉ ወለዲ ቀቢሮሞም
@Salase.hawey.1990.
@Salase.hawey.1990. 2 жыл бұрын
እንታይ ኢልካ እስከ ኣብርሃያ?
@zaidworqi5871
@zaidworqi5871 2 жыл бұрын
Bhaqi gelxkayo wede keran Trkatna bikot kiglaxin Kixahafin alewo Nab weldatat kihalf ❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@nagatnagat1947
@nagatnagat1947 2 жыл бұрын
ወዲ ከረን ጅግና ዕድመን ጥዕናን
@peteronlyeritreaforever6078
@peteronlyeritreaforever6078 2 жыл бұрын
Thank wedie keren amazing history proud to be Eritrea 🇪🇷 p
@kibromtewelde360
@kibromtewelde360 2 жыл бұрын
ጅግና ወዲ ከረን
@thomastekle7177
@thomastekle7177 2 жыл бұрын
ንወዲ ከረን ሃህ እለ ክስምዐ አምስ የ ደስ ኢሉኒ ጀገ ና ወዲ ጀጋኑ
@eelias3043
@eelias3043 2 жыл бұрын
እንቋዕ ብሰላም መጻኽ ኣዳላዊ መደብ ምስ ጋሻኻ። ናይ ብሓቂ ናይ ስነልቦና መምሃራን ኢኹም።
@haderakelati1160
@haderakelati1160 2 жыл бұрын
ወዲ ኸረን ነብሲ ጎይታ ጥዕና ይሃብካ ውጻእ ማዓት ተሓበን ኩራዕ።
@michealeabrham6756
@michealeabrham6756 2 жыл бұрын
ጅግና ወዲ ከረን ብጣዕሚ ጽቡቕ ኣገላልጻ ንጅግንነት ህዝባዊግንባር ብትኽክል ዝገልጽ ንፉዕ ተንታኒ
@dawedgherense7580
@dawedgherense7580 2 жыл бұрын
መርሓባ ደቂ ኤረ ደቂ ሓደ ልቢ እንቋዕ ኣብ ቅንያት ፈንቅል ኣብጸሓና። ወዲ ከረን ዋዝኡን ቁምነገሩን ዝጽገብ ኣይመስለንን። ንዝመጽእ መደቡ ብሃንቀዉታ ንጽበ ኣለና። 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✊✊✊✊🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💐💐💐💐💐♥️♥️♥️
@mosesmoses7893
@mosesmoses7893 2 жыл бұрын
Eritrawi kbur menenet ❤️ edmen tenan yhabka 🥰
@lemlemluulay6843
@lemlemluulay6843 2 жыл бұрын
ዮሃና እንቃዕ ናብዚ ክቡር ብዓል ጽንብል 32 ዓመት ስርሒት ፈንቅል ኣብጽሓና!! ዮናስ ኣብርሃም ክብረት ይሃብካ መደብካ ንከታተሎ ኢና ቀጽሎ!! ኣገናዕ ኣድሓኖም/ወዲ ከረን ጅግና ወዲ ኤረይ ልብካ ዝትንክፍ መልእክቲ ኣቅሪብካልና ብጣዕሚ ኣኹሪዕካና ስርሒት ፈንቅል ናይ ጀጋኑና ታሪክ ገሊጽካ ዝውዳእ ኣይኮነን ክብርን ሞጎስን ንሰማእታትና 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
@haderakelati1160
@haderakelati1160 2 жыл бұрын
ጅግና ወዲ ኸረን ሰብ ዘይዘንተዎ ዓይነት ታሪኽ ኢኻ ተዘንቱ ደለኻ ኣይኮነን እንስሳታትና ዝተሰውኡ ጀጋኑ ኤርትራኸ ይዝከሩዶ ኣለው ተልካ ኣይተአከሩን ሰብ ብባህሪኡ ረሳዒ እዩ ሞ ወዲ ከረን ክጻሓፍ ዝግቦኦ እዩ ሞ ኣስተውዕል ኤርትራዊ እዛ ሃገር ዋላ መሬታ ተቓሊሱ ብዶሽካ ተሓሪሱ ገመል ኣድጊ ተሰዊኦም እዮም ነመስግነካ ወዲ ኸረን።
@mosesmoses7893
@mosesmoses7893 2 жыл бұрын
Bejakum nehagzo nezi jigna 👏 Ajoka tray ksen
@huaileletekidan9352
@huaileletekidan9352 2 жыл бұрын
ሰላም ሰላም ወዲ ከረን ዕድመን ጥዕናንን ይሃብካ ዕላልካ ብጣዕሚ መሳጢ ሳላ ናታትኩም ምስካልን መስዋእትን ኤርትራ ቀሲና ተከኪቢራ ክትነብር'ያ አነስ እኻዕ ናትኩም ኮንኩ ናተይ ኮንኩም ዓወት ንሐፋሽ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@luelkflmaryam5578
@luelkflmaryam5578 2 жыл бұрын
ጀግና ወደ ኤረ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@michaletkesete7179
@michaletkesete7179 2 жыл бұрын
Semaetna wetru ab ❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@eriadijeganu746
@eriadijeganu746 2 жыл бұрын
ንበርሉና ደቂ ሓላል ሜረት
@user-ml9jg7ot3e
@user-ml9jg7ot3e 2 жыл бұрын
ክብርን ሞጎስን ንስውኣትና። ወዲ ከረን ጀግና ካባካ ብዙሕ ኢና ንምሃር ዘለና የቀንየልና። የናስ ዕላል ወዲ ከረን ምስ ታሪኽ ዝተሞርኮስ አንተ ዝከወን ጽቡቅ ነይሩ።
@yoditsahle2046
@yoditsahle2046 2 жыл бұрын
መርሐባ ጀግና ወዲ ከረን ተባዕ ኤርትራዊ ቅርሲ ኤርትራና ሳላ ዘይኽለል ቃልስኹም ናጽነትና አዊጅና ባንዴራና አብ አለም አንበልቢላ ።እዚ ቅያ ተጋደልትና ንጽባኽ ወለዶ ስለዘድሊ ክስነድ አለዎ ።ክብርን ሞገስን ንስዉዓትና አወት ንሓፋሽ ።🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Ipraypeace
@Ipraypeace 2 жыл бұрын
ወዲ ኸረን ጅግና ። ሃገራውነትን ንሕን ቅንዕናን ብስፍሪ ተዋሂቡካ። ብሓቂ ብዙሕ ግዜ በጃ ህዝብኻን ሃገርካን በጃ ኮንካ። እግዚኣቢሄር ስድራኻን ህዝብኻን ይባርኸልካ።
@sarig84
@sarig84 2 жыл бұрын
EMN ክብረት ይሀብኩም ወዲ ከረን ጅግና ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ
@hagosdebesay8960
@hagosdebesay8960 2 жыл бұрын
ወዲ ማጆር ዝቀሃል 30 መውጋእቲ ዘለዎ እባ ኣቅርበልና ዮኒ ሓወይ
@tsehaineshtesfai110
@tsehaineshtesfai110 2 жыл бұрын
Eway siwatna wetru abe libina 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@maranata8789
@maranata8789 2 жыл бұрын
ከረነይ ቅርሲ ሃገረይ።
@tommymichael4602
@tommymichael4602 2 жыл бұрын
ወዲ ከረን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ግሩም አተራርኻ ብዓይኒ ሕልና መሬት ኤርትራን ዋሐዝን ጎቦታት ሃገርናን አስማት ዓድታትን አላሊኻና ክብረት ይሃብካ ጅግንነት ሐፋሽ ውድባት ምዝካርካ
@maekeleyuel7855
@maekeleyuel7855 2 жыл бұрын
Eritreanwi malt 😭😭😭😭🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️💪💪💪💪
@sawa1215
@sawa1215 2 жыл бұрын
ጀጋኑ ኣያታትና🇪🇷❤️🇪🇷❤️
EMN - 8ይ ክፋል-ሕክያ ወዲ ከረን - Eritrean Media Network
40:09
ERITREAN MEDIA NETWORK
Рет қаралды 67 М.
아이스크림으로 체감되는 요즘 물가
00:16
진영민yeongmin
Рет қаралды 59 МЛН
Happy 4th of July 😂
00:12
Alyssa's Ways
Рет қаралды 63 МЛН
Midday News in Tigrinya for July 22, 2024 - ERi-TV, Eritrea
22:41
Eri-TV, Eritrea (Official)
Рет қаралды 1,7 М.
Eritrean Best movieFULL
1:57:50
EriLul | ኤሪሉል
Рет қаралды 27 М.