EMN - 9ይ ክፋል - ሕክያ ወዲ ከረን ካብ ኣዛነይቲ ዕላላት ገድልን ካልእን - Eritrean Media Network

  Рет қаралды 47,695

 ERITREAN MEDIA NETWORK

ERITREAN MEDIA NETWORK

2 жыл бұрын

/ officialeritreanmedian...
****************************************************************
EMN - 9ይ ክፋል - ሕክያ ወዲ ከረንካብ ኣዛነይቲ ዕላላት ገድልን ካልእን - Eritrean Media Network

Пікірлер: 194
@weldaynegash649
@weldaynegash649 2 жыл бұрын
ክንደይ ትምቅልል ብሓቂ ትርሓስ ትርሐሰና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም🇪🇷🇪🇷🇪🇷😍😍😍😍🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@muluebrhanweldeselase9649
@muluebrhanweldeselase9649 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቒ ደስ ዝብል መልእክትን እላልን ማሃርን ስለ ዝኮነ ወዲ ከረን ኣምጸአልና ኩሉ ግዜ ዮናስ ሓወይ ንዓካ ውን ካብ ልቢ ነመስግነካ ከምዝኦም ዝመሰሉ ሰባት ምምጻእካ
@lemlemluulay6843
@lemlemluulay6843 2 жыл бұрын
ትዋሕ ስሓቅ ምስ ተጋላዳይ ወዲ ከረን ምስታ ፍትውትን ጎይታ ጠባይ ሰበይቱ ትርሓስ ምስ ክቡር ጋዜጠኛ ዮናስ ኣብርሃም ሰሚዕካ ዘይምኖ ዕላል ልብካ ዝትንክፍ ኩላትኩም ኬፍ ኣለኩም ኣጆኩም ቀጽልዎ ኣብ ጎንኩም ኣለና!!
@edenkidane1625
@edenkidane1625 2 жыл бұрын
እዋይ ከቅንእ ዕላልኩም ዔድመን ጥዔናን ይሃብኩም ደቂ ኤረ ሽኮራት🇪🇷❤️🇪🇷
@meref3302
@meref3302 2 жыл бұрын
ዮኒ ዓቢ ሰብ ወዲ ከረን ጅግና በዓልቲ ቤቱ ጥዕምቲ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም።
@weletekidanknweletkidanse2342
@weletekidanknweletkidanse2342 2 жыл бұрын
ጽቡቃተይ እንቋዕ ብደሓን መጻእኩም 🙏🇪🇷❤🌹❤🌹❤ እግዚአብሔር ፍቅርን የውርደልና ንኹሉ ዓለም🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🌹❤🇪🇷❤🇪🇷 ኣብታ ናይ ቡን ኣወል , ድጋም,በረካ❤
@wt7061
@wt7061 2 жыл бұрын
የኔ ፍልቅልቅ ወዲኸረን መዓር ወለላ ጥዑም ሰሓቅ ሲሕቅና ሓወይ ናተይ ቅርሲ ኤርትራና ።🇪🇷💐🇪🇷💐🇪🇷💐🇪🇷
@zowdikidane3760
@zowdikidane3760 2 жыл бұрын
Yas you are right he is my harowe erterawe edma yhbeka 🇪🇷🇪🇷🇪🇷😁😁😂😂😂😂😁😁👍👍💯💯💯😂
@belayneschbegazion3286
@belayneschbegazion3286 2 жыл бұрын
መርሓባ ደቂ ኤረይ ወዲ ከረን ምስ ብዓልቲ ቤቱ ከምኡ ውን ዮናስ 👍🏼🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏾🙏🏾🙏🏾
@gaimkobrum3394
@gaimkobrum3394 2 жыл бұрын
ነቲ ስብ ዘይብሉ ኣምላኽ ኣለዋ ናይ ብሓቂ ወዲ ከረን ለባምን ሕጉስትን ብዓልቲ ቃልኪዳን ኣላትካ ንስኻ አሞ ነዚኽሉ ጸጋማት ካ በዲህካ ሕግስ ኮንካ ክትነብር ንዓኻ መግለጺ የብለይን መምህር ሂወት ኢኻ
@hareguyemane9075
@hareguyemane9075 2 жыл бұрын
I am proud to be Eritrean!!!!Awet Nhafash 💯💯💯💯💯💯💖💖💖💖💖💖💖💖💖
@embaderho4807
@embaderho4807 2 жыл бұрын
I’m very proud to be an Eritrean without any sloganeering.
@akhberetkibreab6571
@akhberetkibreab6571 2 жыл бұрын
🌟🌟🇪🇷🇪🇷🌟🐪🐪🌟✊✊🌟🌟
@yemaneberaki6938
@yemaneberaki6938 2 жыл бұрын
ወዲ ከረን ምስ ዮናስ ፍሉይ ምስጋና ይብጻሕኩም።
@Enthonyos
@Enthonyos 2 жыл бұрын
ፍሉይ ዝኾነ ህያብ ዘለዎ ሰብ ክትርኢ ከለኻ ፍሉይ ንሙኻን ጸዓር ኣሰሩ ንምስዓብ ኣይሰልቹኻ
@tsegaitewelde4458
@tsegaitewelde4458 2 жыл бұрын
ጅጋኑ ስድራቤት ወዲ ከረን ሐወይ መን ከምዚአ ስድራቤት። ጅግና ወዲ ከረን ጅግና ወዲ ጀጋኑ ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ። EMN ዮናስ ጅግና ወዲ ኤረይ ብኽዕለትኻ"ኹም ወዲ ከረን ብጣዕሚ አገደስቲ ዋዛ ምስ ቁምነገር ዝህበና ዘሎ አስተምህሮ ብቀሊሉ ስለ ዘይረእይ ብቀጻሊ ክተቅርብለና"ሉና ተስፋ ይገብር
@Hellokitty-lr1eg
@Hellokitty-lr1eg 2 жыл бұрын
I waited a week for new episode! Love this show.love and prosperity to my home and country eritrea.❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@mametberhane7825
@mametberhane7825 2 жыл бұрын
ወዲ ከረን ዘይብለካ ዘሎ ×2 ፈታዊኻ መስቀል ይቀበሎ ፡ ጸላኢኻ ብዓረር ይቆሎ፡ ሓርበኛኢኻ ንኹሉ ትኽእሎ። ብዘይ ዓይነብርኪ ንዓለም ትነብሮ፡ ኩሉ በዲህካዮ ናይዛዓለም ንሮ፡ ተባዕ ተጋዳላይ ንኹሉ ትኽሎ፡ ኣብነታዊ ኢኻ ባዓል ተምኩሮ። ቆልዓ ናይከረነይ ዘይብለካ ዘሎ፡ ቆልዓ ናይኳንደባ ዘይብለካ ዘሎ፡ ቆልዓ ናይ ዓንሰባ ዘይብለላ ዘሎ፡ ቆልዓ ናይሓማስየን ዘይብለካ ዘሎ ኣታ ቆልዓ ኤረይ ንኹሉ ትኽእሎ፡ ተባዕ ተጋዳላይ ንኹሉ ትክእሎ ተባዕ ተጋዳላይ ንኹሉ ትክእሎ። ዋዛኻን ዕላልካን ይምስጠናሎ፡ ማዕዳኻን ሓቦኻን ይምስጠናሎ፡ ኣካፍለናበል ውሕሉል ተምኩሮ፡ ተባዕ ሓርበኛ ኢኻ ንኹሉ ትኽእሎ። ተባዕ ሓርበኛ ኢኻ ንኹሉ ትኽእሎ፡ ምእንቲ ኤርትራ የዒንቱ ዝኸፈሎ፡ ምእንቲ ኤርትራ የእጋሩ ዝኸፈሎ፡ ዋላ ዘይሕለል የዒንቱ ኸፊሉ፡ ዋላ ዘይሕለል የእጋሩ ኸፊሉ። ተባዕ ሓርበኛ ትብድህ ንኹሉ፡ ህዝብና የምስግን ንሓርበኛ ኩሉ፡ምስኩሎም ብጾትካ ኩሎም ተጋደሉ ስለ ኤርትራና ሂወት ዝኸፈሉ፡ ስለ ኤርትራና ኣካሎም ዝጎደሉ፡ ስለ ኤርትራና ውላድ ዝሰኣኑ፡ ንቃንዴል ናጽነት ዋጋ ዝኸፈሉ፡ ብደሞም የዕጽምቶም ሃገር ዝደኮኑ። ክነብሩዮም ወትሩ እናተዘከሩ፡ ክነብሩዮም ወትሩ እና ተዘከሩ፡ ሽሞም ክነብርዩ ከም ሓውልቲ ኮይኑ፡ ንውሉድ ዎለዶ መሐበኒ ኮይኑ። ወዲ ከረን ኣብነታዊኻ ኣብሂወት ብኸሉ፡ ፍቅራዊ ሓዳርኩም ምስደቅኹም ብኹሉ፡ ቃል ኪድንኩም ጽኑዕ ቃል ኣምላኽ ትኽብሩ። ቡዙሓት ኣለና እንማሃረሉ ፡ ምንባር ቃልሲ እዩ ኣብ ዓለም ብኹሉ፡ ወዲ ከረን ሓወይ ዕላል ቀጽለሉ፡ እዝውን ቃልስዩ ጠበንጃ ዘይብሉ። ደቂ ሰባት መታን ንኽምሃርሉ ፡ ተጨነቐት ነብሲ ፍታሕ ክትረኽበሉ፡ዛሓረቐት ነብሲ መታን ክስሕቀሉ፡ ዕላልካ ምቁር እዩ ኣበሳ ዘይብሉ። ዓብ ፍላስፋ ኢኻ ናይ ሂወት ብኹሉ፡ ምስ ሰፊሕ ልቦና መዘና ዘይብሉ፡ ሚዛናዊ ኢኻ ኣብሂወት ብኹሉ፡ ዕድመ በል ይሃብካ ዚፈጣሪ ባዕሉ፡ ምስማሙቕ ሓዳርኩም ሳሓቕ ዛኣመሉ×2 ካብ ካናዳ ዘድኑቁካ ስድራቤት ስላም ዮናስ ሓወይ ሕድሪካ ንወዲ ከረን ኣንብበሉ ኢካ።
@mechaelberhane3711
@mechaelberhane3711 2 жыл бұрын
ናተይ ሐወይ ኩሉ ገዘየ ምሳካ ተስሕቀን ተንባዓኒ ናተይ ሐወይ ❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤❤❤❤ጂጊና መስዊእታ ዋጋ ሐርነት አጂካ አብ ጋንካ አለና❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤❤
@danielkidane1258
@danielkidane1258 2 жыл бұрын
👍👍👍👍sala EMN kula diaspora ab hade mesmer semira 🇪🇷🇪🇷🇪🇷thank you yoni and wed keren.
@user-kk9nz9kr8q
@user-kk9nz9kr8q 2 жыл бұрын
መጺኻለይዶ መጺኻለይዶ ክጽበየካ ወድ ኸረን ጻዕዳ
@bereketberhean
@bereketberhean 2 жыл бұрын
ዋዉዉ ጽቡቁ ዕላል ንኹሉኹም ነመስግነኩም ቀጽልዋ 🇪🇷🌺🌺🍀🍀🌹
@eliltarussomtesfamicael6184
@eliltarussomtesfamicael6184 2 жыл бұрын
ወዲ ከረን ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ። ናይ በሓቂ ጻዕዳ ወዲ ከረን።😍
@fafufafufafu9982
@fafufafufafu9982 2 жыл бұрын
ወዲ ከረነይ ጅግና ፈጣሪ ሓዳርኩም ይባረክ
@yoditsahle2046
@yoditsahle2046 2 жыл бұрын
መርሐባ ወዲ ከረን ጻዕዳ ፈዉሲ ጭንቀት ጀግና ወዲ ኤረይ ንበረልና ምስታ ምጭዉቲ ቃልኪዳነኛ ዕምንቲ ብልጽቲ ብሉጻት በአልቲ ቤትካን ምስቶም ሙሩቃት ሙዑዙዛት ደቅኻን እድመን ጥዕናን ንምነየልኩም።አይረሳእኩን ዮናስ ዉን አዚና ነመስግን ከም በአል ወዲ ከረን ጀጋኑ ስለተቅርበልና ።🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@tsegaitewelde4458
@tsegaitewelde4458 2 жыл бұрын
ወይዘሮ ትርሐስ ዝበለቶ ብዛዕባ ቡን 👍🏿👍🏿👍🏿👍🏿👋🏿👋🏿👋🏿
@yoditsemere9427
@yoditsemere9427 2 жыл бұрын
ብሓቂ መሃርን ኣዘናጋዕን መደብ ወዲ ከረን ክብሪ ይሃብኩም ከምዚ ገይርኩም ንኹሉ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ መላእ ዓለም ዘሎ ኣቀራሪብኩሞ፣ የቐንየልና ዮናስ።
@abebaukubay8641
@abebaukubay8641 2 жыл бұрын
Deqi Eri tsbuqat edme tena yhabkum 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹
@hasenhabesha1524
@hasenhabesha1524 2 жыл бұрын
ጡዑም ቡና ትርሓሰ
@weinighirmay7093
@weinighirmay7093 2 жыл бұрын
I love this program. It is enjoyable, cultural, interesting and entertaining.Keep it up Yoni and W.Keren family.❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@amenaykentiba2721
@amenaykentiba2721 2 жыл бұрын
ክብረትኩም ይብዛሕ የሕዋተይ ኤረትራውያን
@belayneschbegazion3286
@belayneschbegazion3286 2 жыл бұрын
ደስ ዘብል አላል ደቂ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@mehbrahtosadiq3710
@mehbrahtosadiq3710 2 жыл бұрын
ነታ ስበይቲ ወዲ ከረን ሰበይቲ ጥራይ እልካ ክትሓልፍ ጸጊሞና ኣሎ
@nkulubaqli8750
@nkulubaqli8750 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ መሃርን ሰሓብን ዝኮነ ዕላላት እዩ ወዲ ከረን ምስ በዓልቲ ቤትካ ትርሓስን ምስኩሎም ደቅኻን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዮናስ,ውን ብጣዕሚ ጽቡቕ ቀጽሎ ጽቡቕ መደብ እዩ።
@musazghiasfha8361
@musazghiasfha8361 2 жыл бұрын
Welcome deqi Eri 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌷👍🇪🇷
@senaithailom3322
@senaithailom3322 2 жыл бұрын
God bless you 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@tsehaineshtesfai110
@tsehaineshtesfai110 2 жыл бұрын
Ajokume deki erey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💐💐
@asmeretsolomon4694
@asmeretsolomon4694 2 жыл бұрын
Diki Eri halalat idmen tinan yihabkum kubur fetarina ni hagerna selam kisanet tsebk ilal hagerna bahilina kulu zekirna thanks 🙏 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@senaitte3424
@senaitte3424 2 жыл бұрын
They are 100% made for each other, that happens once every lunar year. I just love them , thanks Jonas Hawina.❤️❤️❤️
@mechaelberhane3711
@mechaelberhane3711 2 жыл бұрын
አዱሐናም ሐወይ አምላኪ ንዓለም አዲሒንዋ ንዓና ዘዲሐነና እስኩም ኩሉኩም መዲሐንታ ኢርትሪያ ዓወት ንሐፋሽ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤
@stellaberhane1053
@stellaberhane1053 2 жыл бұрын
Wed Ere JiGNA 🇪🇷🇪🇷💪🏽🇪🇷🙏🏾♥️😄😄
@dejenredae1594
@dejenredae1594 2 жыл бұрын
Eidimen Tienan yihabkum fetari 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@danieltekeste4236
@danieltekeste4236 2 жыл бұрын
I am proud to be Eritrean🇪🇷🇪🇷❤❤🙏🙏🇪🇷🇪🇷
@tibleztesfamariam1680
@tibleztesfamariam1680 2 жыл бұрын
ጂግና ወዲ ከረን ምስ ትርሓድ ዕድመን ጥዕናንይሃብኩም።ዮናስ ሓዉና ምስ መሳርሕትካ ጎይታ ይባርኩም።
@hiritytsegay
@hiritytsegay 2 жыл бұрын
Btami ena nemsgnkum dki ery❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@abebaderar8298
@abebaderar8298 2 жыл бұрын
I love this program
@nazrethagos4560
@nazrethagos4560 2 жыл бұрын
Welcome 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🥰
@saratedla5115
@saratedla5115 2 жыл бұрын
Thanks yonas hawena kemzey tarik zelowa bememtaka desse zebele eyou wdey keren and your family God blass you 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@user-ji8hx8tk5w
@user-ji8hx8tk5w 2 жыл бұрын
Betami ena neftwekum nefqrkum Muweq selamta yebxahkum ezi Medeb kuqorex zaygbo eyu nehna Yehwatkum deqkum adena delna eyu Zesmana 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤👌
@abdulazizsalih5506
@abdulazizsalih5506 2 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን
@gebremariamtesfamariam6345
@gebremariamtesfamariam6345 2 жыл бұрын
Good too see all off youdeki Er 🥂🥂🥂🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@hiritytsegay
@hiritytsegay 2 жыл бұрын
Wdi keren jigna mis balti betka❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🙏🙏👌👌👌
@tesfamicaelyohannes
@tesfamicaelyohannes 2 жыл бұрын
ትብጻሕ ናብ ክቡር ኣቕራቢ መደብ ሕኪያ ወዲ ከረን ኣቶ ዮናስ። ኣቕዲመ ብትገብሮ ዘሎኻ ኣቀራርባ ከመስግነካ እደሊ። ከምኡ ከኣ ወዲ ከረን ዝድነቕ ዉልቀሰብ ኢዩ። ክምስገን ከኣ ይግባእ። ኣብዚ ናይ ሎሚ መዓልቲ መደብ፣ ዮናስ፣ ሓዳር ወዲ ከረን ምስ ናይ ሎሚዝበን መንእሰያት ከምዚ ሎም ተመርዕዮም ዓመቶም ከይኽበሩ ዝፋትሑ ኣመልኪታካ ዝሃብካዮ ርእዮቶ መስጢኑ። እግረመንገደይ ከኣ ካብ ዝትዓዘብክዎ ከዕልለካ እሞ ኣብ መጻኢ ግዜ ከም ኣብነት ኽተጠቕሳ ተስፋ እገብር። ኣብዚ ዘለኹዎ ዓዲ ክልተ መንእሰያት ወድን ጓልን ንረኣይኡ ዓጀብ ዘበለ ድሙቕ መርዓ ጌሮም ከብቕዑ ብተወሳኺ ብገዝፊ ወጻኢ ከኣ ንሓደ ቪዲዮ ቀራጺ ቆጽሮም ክቕረጹ ወዓሉ። እዚ ቭዲዮ ቀራጺ ነቲ ቪዲዮ ከቀነባብሮ ግዜ ወስዲሉ። ማለት ኤዲት ኽገብሮ ግዜ ወስዲሉ። እዚኦም መንእሰያት መርዓዉቲ ነቲ ቭዲዮ ክርእይዎ ይህነጠዩ ስለዝነበሩ ሃበና እባ እንዳበሉ የሸግርዎ ኔሮም። ኮይኑ ግን እዚ ቭዲዮ ቀራጺ ብኻልእ ወገን ጉዳዩ እንዳወጠጦ ግዜ ክረኽበሎም ኣይክኣለን። በዚ ምኽንያት ነቲ ቭዲዮ ከረክቦም ኣይክኣለን። ድሕሪ ግዜ ግን ተገዲሱ ነቲ ቭዲዮ ኣጻፊፉ ክህቦም ኢሉ ነቲ መርዓዊ ደዊሉ ነቲ ቭዲዮ ክወስዶ ጻዉዒት ገበረሉ። ኮይኑ ግን እቲ መርዓዊ ነቲ ቭዲዮ ከምዘይግደሰሉን እንዳጉሓፍ ክጉሕፎ ሓበሮ። ወዮ ቭዲዮ ቀራጺ ነገሩ ኣስደሚምዎ እንታይ ተረኽበ ኽብል ተወከሶ። እቲ መርዓዊ ከኣ ምስቲኣ መርዓተይ ሰለዘይተቓዶና ተፋትሒና እንዲና ክብል መለሰሉ። እዚ ዛንታ ናይ ብሓቂ ዝኾነ ኢዩ።
@zowdikidane3760
@zowdikidane3760 2 жыл бұрын
Wa wa you are my favourite adhanwm my harowe 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷😂😁😁😁😂🤣🙏🙏💐💐💐💯💯👍it is for you
@akhberetkibreab6571
@akhberetkibreab6571 2 жыл бұрын
🌟🌟🇪🇷🇪🇷I love you deki Eriy 🇪🇷🇪🇷🌟🌟
@nahomabreham8948
@nahomabreham8948 2 жыл бұрын
ሰላም ወሰናይ ወዲ ከረን፡ምስ ብዓልቲ ቤትካ ፍቅርን ዕድመን ይምነየልካ፡ዮናስ ሓውና እዚ ማሃሪ መደብ ድማ ክትቅጽሎ ብዓል ሙሉእ ተስፋ ኢየ፡ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ፡ሓንቲ ሕቶ ኣላትኒ? (ሓንቲ ኣደ ምእንቲ ደቃ ኩሉ ዝመጻ ሽግር ክትጻወሮ ኣሎዎ ይባሃል፡ግን እቲ ብዓል ቤታ እንኮላይ ንደቁ ዘባርርን ዘጋፍዕን እንተ ኮነ ከ እንታይ ኢዩ ዝግበር ተገድስካ ንወዲ ከረን ሕተተለይ ዮኒ ሓወይ ካብ ሲዊዝ ኢየ???!
@hadinet23
@hadinet23 2 жыл бұрын
ኣዝዩ ዝድነቅ ሕቶ።
@ambesajrsemere723
@ambesajrsemere723 2 жыл бұрын
እታ ኣደ ንደቃ ትነብር ካብ ሃለውት ደቃ ጠርኒፋ ዓዲ ምቕያር ድሓር ክስቆሮ እዩ
@nahomabreham8948
@nahomabreham8948 2 жыл бұрын
የሕዋተይ ብዙሕ ሽግር ኣሎ፡ምጽማም ሓደጋ ንደቅኻን ንነብስኻን ዘምጽእ እንተ ኮይኑ ምፍልላይ ፍታሕ ኢዩ።ናተይ ሪኢቶ!
@solomongirmay9954
@solomongirmay9954 2 жыл бұрын
ወይ ወዲ ከረን ዓርከይ ናይ 30 ዓመት ተዘክሮ አዘኪርካኒ አብ ቦቢ ዕንዲዳ ክንአሪ ኢና ከድና ነርና ካብ አዲባራ ተበጊስና ኢና ከድና ናይ ብሓቂ ተዘክሮ እዩ
@radiofinan4889
@radiofinan4889 2 жыл бұрын
Thank you eritrean media Network mes sedrna ahen hawey trahas haftay tenafaki eritrea melskumena qexelewo xubk medb miss much bro
@gebremariamtesfamariam6345
@gebremariamtesfamariam6345 2 жыл бұрын
Wide k🇪🇷🇪🇷🇪🇷⭐⭐⭐☕☕☕
@shanetgame901
@shanetgame901 2 жыл бұрын
ኩሉኩም ብሓበራ ኩቡራትን ፉቲዋትን ኔይ ልበይ ሰላምን ጣዕናን ይኹን ምሳኩም deki Eri shucor love you shanet for Seattle Washington 🇪🇷❤️❤️🌹❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷❤️❤️🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷❤️❤️🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@efremgebretnsae3715
@efremgebretnsae3715 2 жыл бұрын
Nice enjoying
@micaelzekarias1537
@micaelzekarias1537 2 жыл бұрын
ጥዑም ዕላል ምስ ቁምነገር። ንኽትቅጽልዎ ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም።
@starthegunners7089
@starthegunners7089 2 жыл бұрын
1-ብራቮ ወ/ሮ ትርሓስ ጉሩም ዝኾነ ኣገላልጻ ምስ ኩነታት ጥዕናን ጽፈትን ብምትሕሓዝዝኪ:: 2-ከም ወልፊ ቡን ኣወል ጥራሕ ሰቲኻ ምኻድ ከም በለጽ ማለት ሓፋስ ሰቲኻ ምኻድ ስለ እትውሰድ'ያ ኮፍ በል ክትባረኽ ኣለካ ትብሃል ቡን እንዳ ቀጠነት ስለ እትኸይድ 3-ቡን ኬፍ ሂባትካ ክትሰትይ እንተድኣ ደሊኻ ደረጃ ናይ ወረጃ ሓሙሻይ መምጽኢ ሽሹይ መሸርሸሪ ቃላት እየን:: 4- ወዲ ከረን ምስ ግርምቲ ወረጃ ባ/ቤትካ ከምኡውን ኤማ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ መምስ ስድራ ቤትኩም::
@loveyoueritrea4452
@loveyoueritrea4452 2 жыл бұрын
His right
@hareguyemane9075
@hareguyemane9075 2 жыл бұрын
God bless you. 🙏🙏🙏💖💖💖
@milanm6836
@milanm6836 2 жыл бұрын
መርሐባ dekia ዓደይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Lewhat6456
@Lewhat6456 2 жыл бұрын
😍😍😍😍 enkae dhan mexakum yehwatey marey.
@senaitbeedu2604
@senaitbeedu2604 2 жыл бұрын
❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷😍🇪🇷😍🇪🇷😍
@sossnamekonnen1888
@sossnamekonnen1888 2 жыл бұрын
Thank you so much for ur great work yonas. Adhanom haway I used to miss u so much all the time but now I get to see u all the time and that makes me happy.
@Semret_
@Semret_ 2 жыл бұрын
ዘይ ሞኖ ኩቡር ጅግና
@medhaniebaire60
@medhaniebaire60 2 жыл бұрын
Welcome EMN enqe dihan mexakum kexlwo medbatkum xebuk alo
@kidanenayizgi5678
@kidanenayizgi5678 2 жыл бұрын
Wedeiy keren sheikor yenbrelna btsega
@kulunxsebukeu2919
@kulunxsebukeu2919 2 жыл бұрын
Bejakum kulatkun like gberu yhgzom eu.
@Feleg545
@Feleg545 2 жыл бұрын
Selamkum yebzhayo deki erey anabis 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🫂
@gebremariamtesfamariam6345
@gebremariamtesfamariam6345 2 жыл бұрын
Thank you very much
@jonnyefrem6420
@jonnyefrem6420 2 жыл бұрын
ናይ ልበይ ወዲ
@lililili2195
@lililili2195 2 жыл бұрын
እዚ ዕላል ሲ ክጥዕም ግን ከኣ ይሓጽረካ እንታይ እዋኑ ከም ዝውዳእ
@se.sa.me.7087
@se.sa.me.7087 2 жыл бұрын
Bal mulue tesfa absa berka 🙏🙏🙏🙏💪💪💪💪💪💪
@senaitkidane3774
@senaitkidane3774 2 жыл бұрын
Eway Yonas hawey Loomis haxiratna, gn yqenyelna. Bruk mjimar xom ygberelna nimelae hzbi Eritrea. Mesarhtka kulom selamn fiqrin ymneyelom 🌹💎❤😘🙏🙏🙏🙏
@senaithailom3322
@senaithailom3322 2 жыл бұрын
Yonas hawey kursubun kicha eu ntiena tsubuk 🇪🇷🇪🇷😍
@gobishzeray791
@gobishzeray791 2 жыл бұрын
ጽቡቅ መደብ ቀጽልዎ
@ukbamichaelmengstiab4479
@ukbamichaelmengstiab4479 2 жыл бұрын
Alh wed keren shikor ske bel edmen tanan yhabka fetare
@ghirmayteame8964
@ghirmayteame8964 2 жыл бұрын
ሰላም ኩቡራት ኤርትራውያን ኩሉ መደንኩም ጹቡቕ እዩ ግን ሓንቲ ነገር ጎዲላትኩም ኣላ ኣብዛ ናይ ቡን ማለተይ እየ ።ስለምንታይ እኹም ጾሎት ገርኩም ዘይትባክኹዋ ? ምስናይ ይቕሬታ
@mhretabghrmay6736
@mhretabghrmay6736 2 жыл бұрын
Edmen Tienan yhabkum Fetari.
@Semret_
@Semret_ 2 жыл бұрын
ወዲ ከረን እድመን ትእናን ይምነየልካ
@lulaamanuel3457
@lulaamanuel3457 2 жыл бұрын
ብልጫ ዘለዋ መደብ ኩሉ ተምጽእዎ መሃርን እቲ ዝሐለፈ ዝረአኽዎ ድማ ሐቀኛ ዝሐለፈ ብትኽኽል ተቅርቡ የቀንየልና❤️🇪🇷😍
@baqr4383
@baqr4383 2 жыл бұрын
ዮናስ ምስ መሳርሕትኻ ከም ወትሩ ምስቲ ውሕሉል ኣቕራርባኻ እንቃዕ ብደሓን መጻእኹም ወዲ ከረን ድማ ምስታ ክብርቲ በዓልቲ ቤትካ እንቃዕ ደሓን መጻእኹም።ጽቡቕ ተናፋቒ መደብ ዓስራይ ክፋል ድማ ብሃንቀውታ ንጽበ
@lemlemseyoum6476
@lemlemseyoum6476 2 жыл бұрын
We love you so much ❤🇪🇷
@mtbmtb8956
@mtbmtb8956 2 жыл бұрын
Gaztinea 💯 Familie 💯 +💯 Continue………
@edentesfatsion1278
@edentesfatsion1278 2 жыл бұрын
Coffee is good for health special blood and heart. Ginger to it is good for health. Now a day ginger has a lot of benefits also coffee. If you want to know more about this thing you can see and read it to Google with my respect. I like you guys we I watch you I have coffee to the same like you from Canada Edmonton. 🙏🇪🇷🕊
@edensolomon8113
@edensolomon8113 2 жыл бұрын
Good to see you deki er God bless you 🙏 🙌 ❤️
@andombrhane9584
@andombrhane9584 2 жыл бұрын
Wawww edmen tanan yahabkum
@abebaderar8298
@abebaderar8298 2 жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌺🌺🌺❤️❤️❤️
@temesgenasrat3266
@temesgenasrat3266 2 жыл бұрын
Welcome
@jamilazainalabid2798
@jamilazainalabid2798 2 жыл бұрын
Thank you 😊 Yonas what you said about the Family relationship you remind you about my mother with her sisters they never called each other my sister darling 💐💐❤️❤️👍
@yohanaghebrihiwot6654
@yohanaghebrihiwot6654 2 жыл бұрын
Welcom 🥰
@gebarkafley7223
@gebarkafley7223 2 жыл бұрын
እንቃዕ ዳሓን መጻክም ደቂ ኤረይ ተእናፍቂቲ
@yodithailehagos1326
@yodithailehagos1326 2 жыл бұрын
Ajokum ajona ahwatey mearey.
@mulugetaatoy4807
@mulugetaatoy4807 2 жыл бұрын
ወዲ ከረን ምስ ዮናስ ናይ ብሃቂ ጸቡቅ መደብ ደቂ ሃላል መረት
@tzeggatekietesfai7387
@tzeggatekietesfai7387 2 жыл бұрын
btaemi bunn ktkebr zelewa yu. fkriya takakb bhaki gn qchan engera bchew xbuk bshkoti gele entekoynu.
@loha2859
@loha2859 2 жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏
@whdesta4655
@whdesta4655 2 жыл бұрын
Keep doing good jobb.
@gobromm9662
@gobromm9662 2 жыл бұрын
ወዲ ከረን ጂግና❤
@Michael-hr4zc
@Michael-hr4zc 2 жыл бұрын
Merhaba wedie keren and family and yoni ....lovely family 🥰🥰😍😍😍😘😘😘
@abnetberhe8582
@abnetberhe8582 2 жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯💯👍❤️❤️❤️🙏🙏🙏
@alexanderhabte7496
@alexanderhabte7496 2 жыл бұрын
btaemi teum elal mara des tbel sebeyti kemakum hadar yfterelna
EMN - 10ይክፋል -ዕላል ምስ ወዲ ጀበሊ - Eritrean Media Network
36:07
Best KFC Homemade For My Son #cooking #shorts
00:58
BANKII
Рет қаралды 52 МЛН
DEFINITELY NOT HAPPENING ON MY WATCH! 😒
00:12
Laro Benz
Рет қаралды 55 МЛН
EMN - 7ይ ክፋል-ሕክያ ወዲ ከረን - Eritrean Media Network
48:17
ERITREAN MEDIA NETWORK
Рет қаралды 65 М.