EMN - መሳጢ ዕላል ምስ ተጋደልቲ ሰብ ጽኑዕ ቃል ኪዳን ተስፋይ (ወዲ ሓርቢ) ተጋ. ምሕረትን ብኸመይ ተዛመዱ Eritrean Media Network

  Рет қаралды 66,069

 ERITREAN MEDIA NETWORK

ERITREAN MEDIA NETWORK

3 жыл бұрын

መሳጢ ዕላል ምስ ተጋደልቲ ሰብ ጽኑዕ ቃል ኪዳን ተስፋይ (ወዲ ሓርቢ) ተጋ. ምሕረትን ብኸመይ ተዛመዱ
Leave me a comment to ask any question
or contact me through my website if you'd
like to see if i can help you.
? For business inquiries contact me at
****************************************************************
© Copyright Disclaimer Under Section 107 of the Copyright Act 1976
allowance is made for "fair use" for purposes such as criticism, comment, news reporting, teaching, scholarship, and research. Fair use is a use permitted by copyright statute that might otherwise be infringing. Non-profit, educational or personal use tips the balance in favor of fair use.

Пікірлер: 333
@majormajor4628
@majormajor4628 3 жыл бұрын
ኣምላክ. ዕድመን ጥዕናን. ያሃብኩም ናይባሓቂ ፉቁራት ኣብ ገጽኩም ዪንበብ ኣሎ
@fthawitmengstab7906
@fthawitmengstab7906 3 жыл бұрын
ምቁራት ስድራ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ዝተረፈ ዕድሜኹም እግዚኣቢሄር ይባርኸልኩም 🥰🥰💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@weyseb5302
@weyseb5302 3 жыл бұрын
ጅግና ኣደ ፡ ጀጋኑ ኢያ ተፍሪ።ካብ ኤርትራዊት ማህጸን ዝፈረኩም ኩቡራት ኣቦታትን ኣደታትን ክብሪ ንዓኹም ይኹን!!
@yoditsemere9427
@yoditsemere9427 3 жыл бұрын
ብጅግንነት ዝተመስረተት ስድራ፣ ብሓቂ ኣብነታውያን ስድራቤት ኢኹም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም። የቐንየልና ዮናስ ፈትሾ ደኣ ብዙሕ ታሪኽ ጅግንነት ክግለጽ ዝግብኦ ኢዩ ዘሎ እሞ ክብሪ ይሃብካ።
@eriasmara9789
@eriasmara9789 3 жыл бұрын
ኣዳለዊቲ የቀንየልና። ነዞም ክልተ ሰብ ቃልኪዳን ጀጋኑና ድማ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም።ሳላኩም ኤርትራዎያን ኮይና። ኣምላክ ይባርኩም።ኣሜን።
@user-dl4sc5dc1n
@user-dl4sc5dc1n 3 жыл бұрын
ኣቤት ዕላል ፣ኣቤት ፍቕሪ ፣ኣቤት ጅግንነትን ትሕትናን። የቐንየልና ጀጋኑና ሰብ ዝናር ዓበይቲ ኣብነታውያን መማህራን። ዮኒ ሓወይ እንተኺኢልካስባ ንወዲ ማጆር ካብ ባጽዕ ዓድሞ የቐንየለይ።
@berihuhadish2729
@berihuhadish2729 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ምስ ሓለፈስ ኩሉ ቀሊል ይመስል።
@tedroszegherghish9062
@tedroszegherghish9062 3 жыл бұрын
ክቡር ተጋዳላይ ተስፍይ መትዓልምተይ ኢኻ፡ክዝክረካ ፈቲነ ግን ኣይተኻእለን፡ግዝየ ተወንጪፉ 40 ዓመት ኣሕሊፉ። ዕድመ ምስ ጥዕና ደስ ትብል ስድራ ሰውራ !
@eritreab9936
@eritreab9936 3 жыл бұрын
🇪🇷ደቂ ኤረይ ሰማል እንተማዕረኹም 🇪🇷ዛየር እንተኸድኹም ንወያነ ❤️🇪🇷ዘወገንኩም አየ ጅግን ነት. ሐያል መሪሕነት🇪🇷🇪🇷
@fjjcdifth961
@fjjcdifth961 3 жыл бұрын
ኣሰይይይይ ጽቡቓት ክንደይ ከ ደስ ይብሉ እዮም ሓዳርኩም ይብኣረኽ ጀጋኑ ኤርትራውያን ንበሩ ኽበሩ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹
@yoditsahle2046
@yoditsahle2046 3 жыл бұрын
መርሐባ ጀጋኑና ደቂ ኤረይ አየወ ክንደይ ሽግርን መከራን አብ ንዑስ እድሜኹም ከልበትበት ሐርጎጽጎፅ አኽሊፍኩም እድመን ጥዕናን ይኻብኩም ሳላኹምን ሳላ መጋደልትኹም ብጾትኩም ጀጋኑ ስዉአትና ሰብ ሐገር ጌርኩሙና ክብርን ሞገስን ንስዉአትና ፍቅርኹም ፈጣሪ መመሊሱ ይወስኸልኩም ክቡራት ጀጋኑና ኤርትራዉነት ፍቅሪዩ ነዞም ጀጋኑ ስለዘቅረብካልና ሐጎስና ወሰን የብሉን ቀጽሎ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@user-vy7wk1vu4k
@user-vy7wk1vu4k 3 жыл бұрын
ኩሉ ጽቡቅ ! እታ ናይ ወለጋ ኣድስ ኣበባ ኣስፍሕዋ ብሂወት ኮሎዉ ታሪክና እጎዛዝይዎ ኣሎዉ በጃኩም
@AbrahamIdrisHibties
@AbrahamIdrisHibties 3 жыл бұрын
Yes, Yes. YES! N I Z E T I, N I Z E T I, N I Z E T I, E R I T R E A N I S M FOCUSED! Yes, Yes. YES! N I Z E T I, N I Z E T I, N I Z E T I, E R I T R E A N I S M FOCUSED! Yes, Yes. YES! N I Z E T I, N I Z E T I, N I Z E T I, E R I T R E A N I S M FOCUSED!
@selinaeyo7105
@selinaeyo7105 2 жыл бұрын
Exactly
@erinabella5455
@erinabella5455 3 жыл бұрын
ካብ ብሱል ጥረ ዘደንቅ ዛንታ እንቓዕ እዚ ርአኹም ተካእቲ ዝሓደኩሞም ጀጋኑ ስለ ዝወለድኩም ደስ ይብለና ተባረኹ ደቂ ኤረ ብዝሑን ሰስኑን🇪🇷❤️🌹🇪🇷❤️🌹🇪🇷❤️🌹😘
@aradomkahsay5018
@aradomkahsay5018 3 жыл бұрын
ተስፋይን ምሕረትን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ንዓኹምን ንስድራቤትኩምን ሰብ ጽንዓት መትከል
@salemgoitom1355
@salemgoitom1355 3 жыл бұрын
Jegnu sdray edmen tenan yhabkum mhreteyn harbateyn love u 😍 more ma beautiful family ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@HAREGU1
@HAREGU1 3 жыл бұрын
🙏🇪🇷❤️ደቂ ኤረይ ጀጋኑ🙏🇪🇷❤️🙏🇪🇷❤️🙏🇪🇷❤️🙏🇪🇷❤️🙏🇪🇷❤️🙏🇪🇷❤️
@rufaelsolomon6184
@rufaelsolomon6184 3 жыл бұрын
ወዲ መምህር አብራሃም መትዓቢቲ መሳጢ ዕላል አቅሪብካልና ! የቀንየልና. ነቶም ሰብ ታሪኽ ከአ ዕድመን ጥዕናን ንምነየሎም
@tsegaandemicael711
@tsegaandemicael711 3 жыл бұрын
Nay look o Nay zom kllte fkurat juganuna elsls btaemy des zebl ,Yni kea thank you for sharing the amazing story and the grade job you do keep it up 👌👋👋👋👋👋🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@efriemafewerki8059
@efriemafewerki8059 3 жыл бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዘብል ሓቂ ተባረኹ
@senamitasmara8664
@senamitasmara8664 3 жыл бұрын
ዋው ዘደንቕ ዛንታ ጀጋኑ ኣሕዋትና ተገዲስካ ታሪኽ ትስንድ ዘሎኻ ዮኒ ዓወትን ኣሳልጦን ይሃብካ ተጋደልትና ከኣ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏
@kidanefisaha2615
@kidanefisaha2615 3 жыл бұрын
ዮኒ ጅግና ጀጋኑና ብምምጻእኻ ብጣዕሚየ ዘመስግነካ
@kesetealmaz3483
@kesetealmaz3483 3 жыл бұрын
Eritrawan jiganu 🇪🇷❤️👍💖
@nakfa3173
@nakfa3173 3 жыл бұрын
This is our father's mother's brothers sister history of struggle for Eritrea 🇪🇷 whoever disrespect/undermine insults or swear our heros believe that you will be vanish just like every arrogant
@mussiemehari472
@mussiemehari472 3 жыл бұрын
ምስ ወዲ ተስፋይ ምስግና (ወዲ ሓርቢ) ካብ 1993 ኢና ንፋለጥ ወዲ ሓርቢ ትዋዛያይ ኣክባሪ ሰብ ትሑት ጥዑም ዕላሉ ዘይምኖ ኣብ ስራሕ። ዘሎዎ ምትሕብባርን ብምትሕግጋዝን ብጣዕሚ ካብቶም ብሉጻት ተጋደልቲ ህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራን ሓደ እዩ። ካብ 1993 ክሳብ 2006 ድማ ብሓባር ሰርሕና። ስለዚ ተስፋይ ሓወይ ምስ ምሉኣት ስድራካ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ። ካብ ሙሴ መሓሪ ( ኮምፒዩትር)
@yoditsahle2046
@yoditsahle2046 3 жыл бұрын
አዚዩ መሳጢን ጥዑም ታሪኽኩም ዉኺዳትና ርሑስ ሐዲሽ አመት ይግበረልኩም ጀጋኑና
@yoditsemere4664
@yoditsemere4664 3 жыл бұрын
beautiful family and thanks yonas
@haregeweiniyebiyo2638
@haregeweiniyebiyo2638 3 жыл бұрын
Aseyyyyy💪💪💪 hji kea tesekimkum derbikuma n’ Junta!!!!! GBU🙏🙏🙏 Atum Jeganu ❤️🇪🇷❤️
@eelias3043
@eelias3043 3 жыл бұрын
ናይ ገድሊ ወለዶ ዘይድገም ወለዶ። ኣብ ኩሉ ዕዉታት ብትምህርቲ፡ስነጥበብ፡ገድሊ። ከምይ ኢሉ እዩ እዚ ናትና ወለዶ ካብ ኩሉ ዜሮ ዝገርም ነገር እዩ
@berihuhadish2729
@berihuhadish2729 2 жыл бұрын
እቲ ጸገም ወድሰብ ዘድልዮን ዘየድልዮን ዝጠቕሞን ዘይጠቕሞን ፍልጠት ይግፍግፍ ስለዘሎ ኢዩ ርእሱ ተናዊጹ ብኡ መጠን ናብ ስስዐ ኣድሂብሉ።
@erivisionentertainment
@erivisionentertainment 3 жыл бұрын
Aseyyyyy gezawatena sefera jeganun &fikeren
@gennettekeste6301
@gennettekeste6301 3 жыл бұрын
Yonas Bitami zibuq kemiziom ziameslu sebat miqirqbika bitami zimisgena iyu thanks Idimen tinan yihabika 🌷🌷🌷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌷🌷🌷
@aradomkahsay5018
@aradomkahsay5018 3 жыл бұрын
ተጋዳላይ ናይ ብሓቂ ተጋዳላይ ሓጎስን ጋህን ማዕረ ማዕረ ይፈልጠን ይርድአንን ንኩለን ካኣ ብጽንዓትዩ ዝምክተን
@merkebgaulertra966
@merkebgaulertra966 3 жыл бұрын
Wawwww Jeganu Eritrawyan nberlna ❣❣❣❣🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 Nedey Mhret adena Selam bellna Thanks Yoni
@nopenot4058
@nopenot4058 3 жыл бұрын
Wow what a wonderful story am happy for u heroes of Eritrea God bless your family all success for your future and thanks EMN
@baqr4383
@baqr4383 3 жыл бұрын
ዮናስ ይቀንየልና መስ መሳርሕትኻ።ግን ተስፋ ይገበር ብዛዕባ ሃዋሳ ጠቂስዋ ስለዝነበረ ብስፍሕ ዝበለ እቲ ታሪኽ ጅግንነት ኣብ ውሽጢ ኢትዮጵያ ዝተኻየደ ነቲ መንእሰይ ታሪኽ ኣቦታቱ ክፈልጥ ነቶም ታሪክ ዝጥምዝዙ ደገፍቲ ወያነ ድማ እቲ ሓቂ ምቅላዕ።ምስ ብዙሕ ሰላምታ።
@golujchanel2080
@golujchanel2080 3 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣምላኽ። ዘመንኩም ይባረኽ።
@sabayohannes1212
@sabayohannes1212 3 жыл бұрын
GOD BLESSINGS ERITREA 🇪🇷🇪🇷9️⃣✝️☪️
@AbrahamIdrisHibties
@AbrahamIdrisHibties 3 жыл бұрын
GOD BLESS YOU AND KEEP YOU ALWAYS IN HIS PROTECTION. KEEP FOCUSED AND CARRY ON.
@hawelti4484
@hawelti4484 3 жыл бұрын
Amazing story.I like the history of Gubtan. I will never forget him. He is my hero & 2nd Aboy!
@lg7901
@lg7901 3 жыл бұрын
Merhba merhba kuburat Jeganuna 🌺🌸🌸💐💐🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@baqr4383
@baqr4383 3 жыл бұрын
ብጣዕሚ ጥዑም ዕላል ደስ ዘብል ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ምስ ደቕኹም ይምነየልኩም።ርሑስ በዓል ጥምቀት።
@ybrahwelday1521
@ybrahwelday1521 3 жыл бұрын
ዋው!ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
@abrahamghebreseasie9640
@abrahamghebreseasie9640 3 жыл бұрын
ብጣዕሚ ዘገርም ዕድል ዩ ተባሂሉ ዝሕለፍ ። መግለጺኹም ኣዝዩ ዘዐግብ ታሪኽ ሰውራና ታሪኽኩም ታሪኽ ብዙሓት እዩ። ብጣዕሚ ተኣምር ዩ ዚ ታሪኽኩም፣ እንቃዓ ሓሳባትኩም ሰመረልኩም ብጣዕሚ ኣነ ከም ሰብ ብጣዕሚ ተሓጉሸ። ካብ ረመጽ ወጺእኩም ከምዚ ምርኣይኩም ብጣዕሚ ንማንም ብልቢ ዘሐጉስ። ዕድመን ጥዕናን ከኣ ይምነየልኩም።
@feyonita4469
@feyonita4469 3 жыл бұрын
Aseyyy shikorinatat sdra edmen tenan yhebukum fetari 🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷
@salemabdlkader7749
@salemabdlkader7749 3 жыл бұрын
ከምዚኦም ጀጋኑ እስከ ኣቅርቡልና ብጣዕሚ ባህታ ዝፈጥር ዕላል ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም
@tsegahabteselassie2783
@tsegahabteselassie2783 3 жыл бұрын
I love the love stories. May God bless you
@rahielkibreab5699
@rahielkibreab5699 3 жыл бұрын
So luck person God blesss us abundantly
@teamemesghena6384
@teamemesghena6384 3 жыл бұрын
I keep listening especially the incidences with your mom. I hope I will meet this family one day.
@tsigesium6268
@tsigesium6268 3 жыл бұрын
ጀግነንትኩኦም መድርገቲ ኣልቦ 🇪🇷🙏🇪🇷🙏
@atakltielias
@atakltielias 3 жыл бұрын
ዋው💗 ብምንታይ ከም ዝጅምሪ'ኳ ጠፊኡኒ፡ ኣዝዮም ደስ ዝብሉ ጀጋኑ ፍቑራት💑 ! እንቋዕ ሓጎሰኩም የውሃና ይብለኩም🤗 ኣብዚ ዘብጸሓኩም ፈጣሪ ጥዑም ምስጋና ይኹኖ🙏 !!! ታሪኽ ህ.ግ ገና ኣይተበርበረን ዘሎ፣ ኣዝዩ ምቁር ዕላል፡ ምስ ሰሓቢ ኣዘናትዋ ። ዝተረፈ ዘበንኩም ይባርኽ🙏 ! ክብሪ ንዓኹም ይኹን ጀጋኑና ዕድመን ጥዕናን🙏፣ ዮናስ ከኣ ክብረት ይሃበልና ኣዝዩ ምስጉን ስራሕ ቀጽሎ👍፡ እግዚኣብሄር ንሃገርናን🇪🇷 ህዝብናን ይባርኽ🙏 ወደሓንኩም፣ ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታትና !!! ።
@teklezewde5680
@teklezewde5680 3 жыл бұрын
ናይ በሓቅ ምቁሩን መሳጥን ዕላል ዕዲመን ጥዕናን ኣይፈልየኩም ኩቡራት ስዲራቢት። የናስ ክትተሓባበረን ዝደለኩካ ኢተኪኢለካ ኣብዝ ኣልዕልካዮ ዘለካ ኣርስት ክዕልለካ ሰለዝደለኩ ኢየ።
@berihuhadish2729
@berihuhadish2729 3 жыл бұрын
ብጣዕሚ ተፈተውቲ ስድራ ናይ ብሓቂ።
@samrihappyfamily9886
@samrihappyfamily9886 3 жыл бұрын
Welcome like 🙏❤🇪🇷
@NRYYonas
@NRYYonas 3 жыл бұрын
ጀጋኑ ጀጋኑና ወትሩ ኣብ ልብና ምሕረት ደርጊ ስና ጸሓይ ጾመርብዓ
@awgaroawgaro9302
@awgaroawgaro9302 3 жыл бұрын
Edmen tenan Yhabkum ms sdrabetkim!
@salemabdlkader7749
@salemabdlkader7749 3 жыл бұрын
ብጣዕሚ ኣርካናት ገድሊ ታሪኽኩምም ኣይውደኣን ዩ
@prouderitrean8081
@prouderitrean8081 3 жыл бұрын
Aseyy shikorinatat des kitblu edemen teena yehabkum jeganu haben eritrea
@yordagoitom123
@yordagoitom123 3 жыл бұрын
Betaimi des zebil tarik u. Mewail yenbirkum. 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 💘 ❤
@efriemafewerki8059
@efriemafewerki8059 3 жыл бұрын
ዕድል ብዕድል
@freweynigebray8285
@freweynigebray8285 3 жыл бұрын
ተስፋይ ሐወይ ምሕረት ሀፍተይ ጀጋኑ ነዊሕ ዕድመን ጥዕና ይምነየልኩም
@dawitgebrat1878
@dawitgebrat1878 3 жыл бұрын
ኣሕ! በዓል ወዲ ሓርቢዶ ይጥለሙ፡ ከምቲ ወዲትኩል ዝደረፎ፡ ጎሓላሉ ማለሊታውያንሲ ኢድኩም ደኣ ተፈደዩ።
@teamemesghena6384
@teamemesghena6384 3 жыл бұрын
U make me cry brother. Proud of you.
@neamagualasmara9094
@neamagualasmara9094 3 жыл бұрын
Lovely family Des zebluka. Edmen Tenan yhabkum Bedequkum Tehagosu
@taz3739
@taz3739 3 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም 2 ጀጋኑ
@biriktihaile5499
@biriktihaile5499 3 жыл бұрын
ካብቲ ሽግርን መከራን ወጺኻ እንካዕ ተፋረኻልና ዕድመን ጥዕናን ይሀብኩም ጀጋኑና ታሪኽና ኽኣ በጃኹም ሰንድዎ
@debessaighermatzion3820
@debessaighermatzion3820 3 жыл бұрын
ብጣዕሚ ኣደናቂ ዕድመን ጥዕኛን ይሃብኩም። ጀጋኑ ኣሕዋት ብጾት።
@philipnetsereab181
@philipnetsereab181 3 жыл бұрын
ዕድመኹም የንውሓዮ ጀጋኑና ዮኒ ከኣ ይቐንየልና ንማና ኪዳነ ወይ ነስሞሮም ሃ/ማርያም ክሓቱ ጥራይ ኣይ ኮኑን ክሕተቱ ከኣ ኣለዎም ብዙሕ ታሪኽ ኣለዎም።
@Wedi-Eri282
@Wedi-Eri282 3 жыл бұрын
ጀጋኑ ስድራ !!! ሓበን ሃገር ኢኹም ንስኻትኩም ። ኤርትራስ ዕድለኛ ሃገር'ያ ፡ ናይ ባሓቂ መሳጢ ዛንታ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ።
@aaaafjtgi3807
@aaaafjtgi3807 3 жыл бұрын
ERTRAWYA JGANU EDMEN TIENEN YHBKUM 🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@tesfaytewelde8888
@tesfaytewelde8888 3 жыл бұрын
ዮናስ ሓውና ጽቡቕ ስራሕ ተሓጒስና ፡እንተ ክኢልካ በጃኻ ክብለካ ኣብ ገድላዊ ጉዑዞና ዝተፈጸመ ታሪኽ ንኣብነት ወዲ ሓርቢ ኢቲዮጲያ ከይድና ኢሉና ንፈልጥ ግን ንምንታይ ከይዶም ኣብኡኸ እንታይ ፈጺሞም ፡ዝተሰዉኡ እንተ ሃልዮም ባዓል መን ኣበይ ቦታ ኮታስ ብንጹር ኪገጹልና ክኽእሉ ኣለዎም ንሕና ታሪኽ ኣቦታትናን ኣዴታትናን ዉሎታቶምን ብሃረርታ ክንፈልጥ እንደሊ ደቆም ኢና ስለዚ ኣዚዩ መሳጢ ከም ማይ ሽያኽ ፈልፋሊ ምቁር ሰሚዕካ ዘይምኖ ኣዘንቲኻዮ ዘይውዳእ ታሪኽ እና ሃለወና ንምንታይ ታሪኽና ንጸምእ ? ንስኻ ትገብሮ ዘልኻ ብጣዕሚ ዓቢ ነገር'ዩ ንሳቶም ዝሓለፈ ታሪኾም ከዘንቱው ከለዉ ናይቶም ስዋኣትና ውን ስለ ዝኾነ ኣዕሙቕ ኣቢሎም ክነግሩና፡፡ኣጋጣሚታት ናይ ሓደ ስዉእ ብጻይ፡ ዝተዛረቦ ዲዩ ወይ ዘገበሮ ኣብታ ቅነ መስዋእቱ ወይ ውን ቅድሚኡ እንታይ ኣሎ?ውሽጢ ኣቲዮም ከዕልሉኻ ኣለዎም፡ምእንቲ ክንፈልጦ፡ታሪኻና ንአዓና ንዋናተቱስ ይትረፍ ንኻልኦት ውን ዘህርፍ'ዩ ክንደይ ውን ርኢና ኣሎና ኣብዘን ዘይጠቕማ ዕድሜና ኣይትሓዘለይ ዘረባ ኣብዚሐ፡ መደባትካ ኣዚየ ኢየ ዝፈትዎ። ተስፋይ'የ ሰላም ቅነ
@johnnyfessehaye4942
@johnnyfessehaye4942 3 жыл бұрын
ደስ ዝብል ታሪኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም..
@aaaafjtgi3807
@aaaafjtgi3807 3 жыл бұрын
BTAMI NMSGNKUM JGNUNA 🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷
@ghrmaytesfay7414
@ghrmaytesfay7414 3 жыл бұрын
አድመን ጥዕናን ይሃብኩም ጅጋኑና
@alemmesghina1057
@alemmesghina1057 3 жыл бұрын
Wuw gad bless you deki eri jegaune 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤🌲🌲🌲🌲🕊🕊🥂👍👍👍🌹🌹🌹🌹🙏🙏🙏👌🏾
@Freselemon348
@Freselemon348 3 жыл бұрын
Skornatat family god bless you skornatat 💖💖💖💖💖💖💖💖🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@redaekibreab1983
@redaekibreab1983 3 жыл бұрын
Jigna ዮኒ ናይ ሃብሮም ቀጽሎ
@katerinasengal9445
@katerinasengal9445 3 жыл бұрын
Nice one 🌹❤🌹❤💪💪👍👍
@gennettekeste6301
@gennettekeste6301 3 жыл бұрын
Mezati ilal jeganu idimen tinan yihabikum 🌷🌷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌷⚘
@ellaella5224
@ellaella5224 3 жыл бұрын
ዝወራረስ ፍቕርን ጅግንነትን አሕዋትና ተጋደልቲ ኤርትራ፡፡ ተስፋ ይገብር ኣብ ኤርትራ ብኣካል መጺእና ዕላሎምን ጅግንነቶምን ክንሰምዕ። ን ኤርትራ ክትበጽሕ ካብ ዘብህጉ ነገራት ሓደ እቲ ብሉጽ ዛንታ ጀጋኑና እዩ። እዚ እዩ ኽኣ ንኤርትራ ተባሃጊት ዝገብራ።
@eritreab9936
@eritreab9936 3 жыл бұрын
ዬኒ ቀጽሎ ❤️🇪🇷ጅግና አጸቢቃ ታሪክ በርብሮ
@user-fp7zj9xi4s
@user-fp7zj9xi4s 3 жыл бұрын
ዕላሎም ክጥዕም ፍቅርኩም የሰስኖ ብሓቂ ደቂ ኤረይ
@hiritytsegay
@hiritytsegay Жыл бұрын
Asey des kiblka egzaber hadarkum yibark jeganu🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤❤⛪❤🕌💞💞💞💞🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷✅✅✅✅✅✅🙏🙏🙏🙏🙏👍👍👍❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@semereberhe5197
@semereberhe5197 3 жыл бұрын
ኣየ ታሪኽ ኤርትራዊ ዘይተሰምዔ እምበር ዘይተገብረስ የለን ጋዜጠኛ ዮናስ ትገብሮ ዘለኻስ ብጣዕሚ ዝናኣድ እዩ እሞ ቀጽሎ።
@rahelokbazion4920
@rahelokbazion4920 3 жыл бұрын
Yoni eqo nay libi kulu eritreawi eka thank u🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷
@eritreanabey5628
@eritreanabey5628 3 жыл бұрын
Waw waw waw, what a story. Thank you Yoni for the good work I love your questions🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🙏🙏🙏👍👍👍🌺🌺🌺✌🏻✌🏻✌🏻🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@sahlekidane2618
@sahlekidane2618 3 жыл бұрын
Betaemi des zebl elalll, thanks
@fidelhaptel1996
@fidelhaptel1996 3 жыл бұрын
Asey mukurat 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💒💒💒💒💘🕌🕌🕌🕌🇪🇷🇪🇷👈
@salihsaid9020
@salihsaid9020 3 жыл бұрын
❤❤❤💯
@habtemariamdebesay2559
@habtemariamdebesay2559 3 жыл бұрын
Nice
@asmoromnegash1930
@asmoromnegash1930 3 жыл бұрын
Kemzi nay mihret hibri mara eye zfetu kemzi natka yegberley🤲🤲 ajoka jegna Eka 💪💪🇪🇷🙏
@dawitaroge6079
@dawitaroge6079 3 жыл бұрын
Yoni you done it again! Great work! What a story! What an inspirational family! Our heroes may God/ALLAH BLESS YOU ALL!
@joniande3608
@joniande3608 3 жыл бұрын
Thanks yonii 💕 💕 💕 💕 💕 💕 💕 💕 💕 💕 💕 💕 💕 💕
@senaithailemariam5731
@senaithailemariam5731 3 жыл бұрын
👍👍👍👍❤️❤️❤️❤️❤️
@kudusanmehari3052
@kudusanmehari3052 3 жыл бұрын
You are such a gentle man I really enjoyed your interview.
@abrahamtesfai4941
@abrahamtesfai4941 3 жыл бұрын
Waw!-beautiful-love-story.---Love-for-the-country-and-love-for-human-nature.
@mengehabte1341
@mengehabte1341 3 жыл бұрын
ጀጋኑና ኣብ ኩሉ መዳይ መሰታ ኣልቦ ቕያ እዮም ፈጺሞም።
@margarettesfamichael5930
@margarettesfamichael5930 3 жыл бұрын
we salutes our heroes thanks for service to all Eritrawiyan people in word because you were enjoyed freedom and peace in word have long life we stand on your footage for life....kebrn Mogosn nsemaietna Awet Nihafash!!🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@fanialaraya653
@fanialaraya653 3 жыл бұрын
Edmen tienan yihabkum Fetari . Fiqrikum wihazi yigbero
@kemaitsemharay2753
@kemaitsemharay2753 Жыл бұрын
May GodBless All the Family realy Good News Nise to see alll Bless again
@meletweldehawariat4719
@meletweldehawariat4719 2 жыл бұрын
AZKUME des des teblu sedra edme yhbkum nkulom sedra Azye zeftokum ❤❤❤❤❤⛪
@breygebreyesus9790
@breygebreyesus9790 3 жыл бұрын
ኣሰይይ ደስስ ክብሉካ ሙሉ ጥዕናን ዕድመን ምስ ሙሉ ፍቅሪ ይሃብኩም
@yordanosbeyene4538
@yordanosbeyene4538 3 жыл бұрын
ዝገርም ታሪክ ናይ አደይ ምሕረት ኢንቴርቢዩ ክሊቲኡ ሰሚዐዮ ነይረ። አብቲ ዝሰማዐኩዎ ምልላይ ዝሰአነቶ ወዳ ምስ አዘንተወት ብጢዕሚ ሐዚነ እቲ ዝገርም ነገር ከአ ንሱ ባዕሉ ከዘንትዎ ከሎ ተከታቲለ ዝተሰማዐኒ ሐጎስ ወሰን የቡሉን።የቀንየልና ስለቲ ተወፋይነቱኩም እንካዕ ከአ ነዚ ክትርእዩ አብቅዐኩም ከምኡ ከአ ጋዜጤና ዮናስ ምስ አዳለውቲ መደብን የቄንየልና ምስ ታራክናን ምስ ዝክርታት ሰዉራን ተላሉዩና ዘለኩም
@salamkahsay3453
@salamkahsay3453 3 жыл бұрын
Where is his mother’s interview. I would like to watch it.
@yordanosbeyene4538
@yordanosbeyene4538 3 жыл бұрын
If you subscribed to Eritrea media network you can find the video
@biriktihaile5499
@biriktihaile5499 3 жыл бұрын
ዬኒ ሓወይ የቐንየልና ረኺብካዬም ከለኻ እቲ ዘሕለፍዎ ገድልን መስገደልን ስለምታይ ዘይትሓቶም 1ይ ክፋል 2ይ ክፋል ኢልካ ደይትዝርግሖ በጃኹም ሰንድዎ ሎሚ ኣለና ጽባሕ የለናን ኣብ ስራሕካ ዓወትን ኣሳልጦን እምነየልካ
@beyenedemoz8841
@beyenedemoz8841 3 жыл бұрын
Great story.
ОДИН ДЕНЬ ИЗ ДЕТСТВА❤️ #shorts
00:59
BATEK_OFFICIAL
Рет қаралды 9 МЛН
Alat Seru Penolong untuk Mimpi Indah Bayi!
00:31
Let's GLOW! Indonesian
Рет қаралды 15 МЛН
Incredible magic 🤯✨
00:53
America's Got Talent
Рет қаралды 46 МЛН
Я нашел кто меня пранкует!
00:51
Аришнев
Рет қаралды 3,9 МЛН
EMN - ጓል 12 ዓመት እንከለኹ'የ ተወዲበ Eritrean Media Network
20:54
መሳጥን ትንቢታዊን ዘረባታት ወዲ ኤፍሬም (2016)
15:20
ОДИН ДЕНЬ ИЗ ДЕТСТВА❤️ #shorts
00:59
BATEK_OFFICIAL
Рет қаралды 9 МЛН