EMN - ኑዛዜ | ርእሶም ተወልደብርሃነ( ባራኪዮ) - Eritrean Media Network

  Рет қаралды 158,921

 ERITREAN MEDIA NETWORK

ERITREAN MEDIA NETWORK

Жыл бұрын

ሰላም ተኸታተልቲ EMN | ህያብ ኣደን ካሊእ ተወሳኺ ፍርያት EMN STORE ንምዕዳግ - ብቐረባ ኣብዚ Link ክትረኽብዎ ትኽእሉ › emn.store/
EMN - ኑዛዜ | ርእሶም ተወልደብርሃነ( ባራኪዮ) - Eritrean Media Network
/ officialeritreanmedian...
****************************************************************
© Copyright Disclaimer Under Section 107 of the Copyright Act 1976
allowance is made for "fair use" for purposes such as criticism, comment, news reporting, teaching, scholarship, and research. Fair use is a use permitted by copyright statute that might otherwise be infringing. Non-profit, educational or personal use tips the balance in favor of fair use.

Пікірлер: 1 100
@ERITREANMEDIANETWORK
@ERITREANMEDIANETWORK Жыл бұрын
ሰላም ተኸታተልቲ EMN | ህያብ ኣደ ንምዕዳግ - ብቐረባ ኣብዚ Link ክትረኽብዎ ትኽእሉ › emn.store/products/educational-toys-%E1%88%85%E1%8B%AB%E1%89%A5-%E1%8A%A3%E1%8B%B0 ኣቐዲምኩም ነዚ ንብረት ዘኣዝዝክም ዓማዊል፤ ዘኣዘዝክሞ ንብረት ኣበይ በጺሕ ንኽትፈልጡ ብቀረባ በዚ ክትፈልጡ ተኽእል ኢኹም። contact@emn.store WhatsApp > +447448 643246
@saaresaare9264
@saaresaare9264 Жыл бұрын
ብህግደፍ ዝመጽእ ንብረት ኣይገዝእን አየ መይትኩም ሕደሩ
@wegahtamiki1368
@wegahtamiki1368 Жыл бұрын
@@saaresaare9264 sekt hasak lehasi
@saaresaare9264
@saaresaare9264 Жыл бұрын
@@wegahtamiki1368 ተረዋኢት
@issacdemasrubagash3574
@issacdemasrubagash3574 Жыл бұрын
haaaaaaaaaaaaaaa eway sebay wediena belu
@saaresaare9264
@saaresaare9264 Жыл бұрын
@@issacdemasrubagash3574 እንታይ እዩ ወዲእካ ሃሃሃሃሃ ትብል ኣፍካ ኣግህቲፍካ ሃንጎል ኣድጊ
@solomonkidane229
@solomonkidane229 Жыл бұрын
ባራክዮ ጽቡቅ ገሊጽካዮም ናይ ብሓቂ 💪🇪🇷🐪✊️
@egrimekel7054
@egrimekel7054 Жыл бұрын
♥️ባራክዮ ጅግና ብዓል ድርብ ስረ ♥️🇪🇷
@millib.m4306
@millib.m4306 Жыл бұрын
Nay behaki 👍👍👍👍👍👍👍
@eritreashikoradijeganu2039
@eritreashikoradijeganu2039 Жыл бұрын
❤✊✊✊
@yosefahferom6893
@yosefahferom6893 Жыл бұрын
Naybehaki
@tekluabrhaley840
@tekluabrhaley840 Жыл бұрын
ባራክዮ ጅግና ናይ ዞም ዓማላት ብጥዓም ኢካ ተምጹኣ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️♥️
@user-pk8ey6tk2d
@user-pk8ey6tk2d Жыл бұрын
ደንኮሮ ኣብ ዘይ ኑቡር ዝነብሩ
@ertedi9470
@ertedi9470 Жыл бұрын
​@@user-pk8ey6tk2d ሉሙስ ሓቂ ዘሕምሞም ታሪኮም ካብ ዘሕፍሮም ደናቁር ምፍጠርካ ሕፈር ዲበላ
@galqadi-qalaseraye6561
@galqadi-qalaseraye6561 Жыл бұрын
Tedengts tegaru kndi rbom keman yeblnann 😭💔🙏 haqnet teliwom sleti wutse ezbom smtsi zey konu 💔😭🙏
@galqadi-qalaseraye6561
@galqadi-qalaseraye6561 Жыл бұрын
@@user-pk8ey6tk2d ab nubur enteznrbru da slr ezbom endo mhasebu 💔🙏
@dawitgebrat1878
@dawitgebrat1878 Жыл бұрын
ኣቶ ኑዛዜ ካብ ኩትፎ-ፓላስ ዝስጎግ ንትግራይ ኣርባዕተ ዓመት ኮይኑ ኮሎስ ብዙሕ ክብደት ኣየጉደለን፡ ምካን ከኣ ናይ ሳላሳ ዓመታት ብልሽውና ዝተደማመረ ጥረምረስጋ ብቀሊሉ ዝሓቅቅ ኣይመስለንን🤔
@user-mq7sv1um6o
@user-mq7sv1um6o Жыл бұрын
ባራክዮ ጂግና ተጋዳላይ ብጠዓሚ እዋናዊት ፊልም ኣጆኩም ህኤርትራን ኤርትራዉነትን ንዘልኣልም ተከቢሩን ተሓፊሩን ይንበር
@seyumadane3093
@seyumadane3093 Жыл бұрын
Denaqur nay tarik hatla
@ertedi9470
@ertedi9470 Жыл бұрын
​@@seyumadane3093 አታዮ ሃሳስ ታዶኖካ ኮንካ ደጋል ብ እንኮ ውታሮ ብስሕተት ልተገነየ ግዛዕ ልኮነ ፍጥረት ። አታዮ ዱንቁርና እማ ስማ ቀይራ ትግራይ ትብሃል እኒአ
@galqadi-qalaseraye6561
@galqadi-qalaseraye6561 Жыл бұрын
😭😭😭tedengts 💔😭😭 abey eyu nzelalem znebr ytfeu do aykonunn zelewu abotatnann yhwatnann 😭💔💔🇪🇷🙏
@user-mq7sv1um6o
@user-mq7sv1um6o Жыл бұрын
@@galqadi-qalaseraye6561 ክክክክክክ ካብቶም ጁንታ ዝተጋሶስዎም ዲካ ኣቦካ ደብረጼን ሓዎቦታትካ መስርሕቱ ኣቦ ሓጎካ ባይደን ኣከለ ኣንገርግር ኣብ ጽርግያ ዓፋሪ
@kaijamohameed5518
@kaijamohameed5518 Жыл бұрын
ናይባሓቂ ድራማ ደቂእረይጻዓዳ ዕድመንጥዕናይሃብኩም ረቢ
@testes7925
@testes7925 Жыл бұрын
ክብርን መጎስን ንሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ወትሩ አብ ጎንኹም አለና ፠፠🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯💯💯💯💯💯💪💪💪💪💪
@weldenegodguad4974
@weldenegodguad4974 Жыл бұрын
ኣበዴኻ ትፈልጦም ምክልኻል ኤርትራ ኣታ ቆማል ዘርኢ ቆማላት:: ኣብዚ ኮንካ ካብ ተራሳስን ክተት ኢሉካ'ሎ እቲ ኢትዮጵያዊ ጎይታኻ ኢሳያስ ኪድ ንግንባርካ ኣብኣ ድራር ወያነን ህዝቢ ትግራይን ምኳን እንተ ተበሪሁካ ያያያ ለኽባጥ ተበላጺ ዋሕድ
@weldenegodguad4974
@weldenegodguad4974 Жыл бұрын
ካብ ሰራዊት ኢሳያስ TDF ይቐርቡና ብሕም ዝበለ ይተሓጎም
@daniela7019
@daniela7019 Жыл бұрын
@@weldenegodguad4974 ይቐርቡናን ፈረቓን ኣበይ እሞ ይርደኦም ዞም ዶናቁር ደቂ ኣድና ኩሉ ግዜ ጽልኢ ክቕስቅሱ ክነብሩ
@meazamichael67
@meazamichael67 Жыл бұрын
ዋይ ኣበይ ኮንካ ኢካ ኣብጎድኖም ትኮዊን ይጠፉኡ ኣሎዉ ኪድ ሓግዞ።
@testes7925
@testes7925 Жыл бұрын
😜🤪😜🤪😜🤪😜🤪😜🤪👊👊👊👊👊👊👊👊💪💪💪💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@brhanenega922
@brhanenega922 Жыл бұрын
ናይ ባሓቂ ጽብቅ ስራሕ ዓባይ ትግራይ ክብሉ እታ ክልል ስእነማ ስሱዓት ተንኮለኛታት ክፋኣት ግብሪ ዘሎዎ ሰባት ኩሉ ግዜ ዓወት የብሎምን።
@dawitgebrat1878
@dawitgebrat1878 Жыл бұрын
ከምናይ ሓርበኛ ተጋዳላይ ባሪኮ ወዲሳሕለ/ወያነና ብጊሓቱ ዱባይ ኣትዩ🤣 ጉሒላ ጁንታ ገዛቸው ውን ጽውጽዋይ ማሪክና ናይ ሰንሰራ ሕስድና ማካኑ ብልሓቱ ብኢደዙር ተነዚዙ፡ ንምካኑ ተቃወምቲ ኢና ብሃልቲ ዑሱባት ተበለጽቲ ድማ ሃገርና ንምድካም፡ ብተዘዋዋሪ መንገዲ የቃልሑ ምካኖም ይፍለጥ👎🏽 ዓወት ንሓፋሽ! 🤝🇪🇷❤🐫🕊
@samsonmengesah8140
@samsonmengesah8140 Жыл бұрын
Webi shamuta
@weldenegodguad4974
@weldenegodguad4974 Жыл бұрын
@@dawitgebrat1878 ንስኻ ፉሉጥ ሓማሴናይ/ካርነሽመታይ ኢኻ:: ኣሽንኳይ ንተጋሩ ነቶም ደቂ ሓዎቦታትካ ብጽልእን ብሕሳደን እንታይዶ ገዲፍካሎም ኢኻ?
@dawitgebrat1878
@dawitgebrat1878 Жыл бұрын
@@weldenegodguad4974 ክላ ንስካ ከኣ ጸማም ሓደ ደርፉ፡ ይርዳእካ ተማሒርካለካ✋
@weldenegodguad4974
@weldenegodguad4974 Жыл бұрын
@@dawitgebrat1878 ጥራሕ ንስኻትኩም ደቂ ከባቢ ደቓሉ ኣምሓራ ምኳንኩም ከም ዝገጠምናኩም ተረዳእካልና እንበር ንሕናስ ንTDF ብፍዮሪ ኢና ክንቅበሎም
@Meriamhuah1863
@Meriamhuah1863 Жыл бұрын
ዝይናትካ ምምናይን ተንኮልን ዝሓስብ መርየቱን ህዝቡን ኣይሐልፎሉን አዩ አዚአ አያ ዓጭዑ ደቂ ኤረይ ንኺድ ጥራሕ ብርሀን አዩ ቅድሜና
@tesfuokbai4626
@tesfuokbai4626 Жыл бұрын
ባራክዮ መቅሰን እንቃዕ ብሰላም መፃኻ
@abrahamberhane1377
@abrahamberhane1377 Жыл бұрын
ዓባይ ትግራይ የለይ ግዛዕ የለይ እዳዊዒገይ።
@habenabrha4995
@habenabrha4995 Жыл бұрын
ሞትኩ 😂😂😂😂😂😂😂እዋይ ደርፉ ባራክዮ መሕረር 😂😂😂እስከ በል ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ
@shanetentertaiment6649
@shanetentertaiment6649 Жыл бұрын
Great job!!! Barakiyo!!! Relentlessly working for the very existence of our country, much respect hero thank you 🙏 🙏🙏. Wish you long life ጅግናና.
@aronhenok6131
@aronhenok6131 Жыл бұрын
ባራክዬ our legend big respect brother we’ll come back again 🇪🇷✊🏽🇪🇷✊🏽🇪🇷
@natnaelnega6657
@natnaelnega6657 Жыл бұрын
ጽቡቅ ግብረ መልሲ እዩ ደንጕና ከማን ጸኒሕና እዞም ኣትማን ቀርኒ ኣፍሪቃ ክሕከኩ እዩ ዘለዎም44
@mussiehabtom5163
@mussiehabtom5163 Жыл бұрын
ባራክዮ ጅግና ስሓቅ ቀቲልካኒ😂😂😂😂፣ንበረልና ክበረልና🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷፣እምበር ናይዞም ክልል ሲ ተዛሪብካ ኣይውዳእን ኢዩ
@bererahwaesu3179
@bererahwaesu3179 Жыл бұрын
ባራክዮ መኽሰብ ወዲ እዛ ሓላል ዓዲ ፡ጅግና ኢኻ ኣብ ኩሉ ንበረልና ።
@dawidyosi8142
@dawidyosi8142 Жыл бұрын
ኣያ ባራክዮ ዕድመኻ የንዋሓዮ ። እንዳሳሓቅና ብዙሕ ሓቅታት ኣዘኪርካና
@michaelermias8340
@michaelermias8340 Жыл бұрын
Nesu u tehaqi
@zerithabte6575
@zerithabte6575 Жыл бұрын
እዚ ስራሕ ዓቢ መልእኽቲ ኣለዎ ክፍኣት ናይ ህ,ው,ሓ,ት ጥራይ ዘይኮነ ወላ ንህዝቢ ትግራይ ጽቡቅ ጌራ ኢያ ትምህር መን ኢዩ ኣብ ሽግርን ፡ ጥሜትን ኣእቲዎምን ጽቡቅ ጌራ ኢያ ተረድእ ፡ ባራክዮ ጅግና ጽቡቅ ስራሕ ደቂ ሪመይይይ
@ghenetmedhane9515
@ghenetmedhane9515 Жыл бұрын
ከምቲ ልሙድ ጽቡቕ ስራሕ ከዋኽብቲ ኤረይ 🇪🇷💖 ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ንበሩልና ኩርዓትና 🙏🙏🙏::
@yesiam3364
@yesiam3364 Жыл бұрын
Neexewa yeblu alewo mo temelisna share and kemzi 💗❤️❤️❤️❤️❤️ gele zelewo comment nexhaf plzz deqi eri
@mulugetazemach9009
@mulugetazemach9009 Жыл бұрын
Nezi dika xbuk tblo tedengx
@user-hy6no2bo5q
@user-hy6no2bo5q Жыл бұрын
ተመገን 🇪🇷ኣልሓምዲሊላህ 🇪🇷ነዚይ ዘርኣኸና ነዚይ ዘስማዕካና ግዝየ ፈራዳይ ፈሪዱና ጥፍኣት ወያነ ሪኢና ኣይከሰርናን እትብል ወርቃዊት ቃል ኩቡር በረሲደንቲ ሎሚ ኣስተማቂረያ ኣይከሰርናን 🇪🇷ህዝቢ ትግራይ ድማ እንቃዕ መስተርሆት ራኣኻ
@cityeyob3169
@cityeyob3169 Жыл бұрын
Barakio good job, I appreciate yours. Proud to be Eritrean EDF .💪💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤
@brktiabraha2643
@brktiabraha2643 Жыл бұрын
good job eritrin.i am proud you EDF.
@fthawitmengstab7906
@fthawitmengstab7906 Жыл бұрын
😂😂😂😂😂ባራክዮ ጅግና ♥♥♥🇪🇷🇪🇷🇪🇷በል ሕጅስ ካስኮ ከይገበርካ ከይትንቐሳቐስ ♥♥
@tewoldegebreslassie3610
@tewoldegebreslassie3610 Жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ባራኻዮ። ጽቡቕ ስራሕ።
@eritrea6227
@eritrea6227 Жыл бұрын
Proud to be Eritrea awet nahfahs 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐫🐫🐫🐫🐫✊💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@tsegayeritrea1828
@tsegayeritrea1828 Жыл бұрын
ክብርን ምስጋናን ንመለኮታዊ ሓይሊ ፈጣሪና ዘለኣለማዊ ዝኽሪ ንስውኣትና ዕድመን ጥዕናን ንሰራዊትናን መንግስትናን ህዝብናን ዓወት ንሓፋሽ ውድቀትን ውርደትን ንፈሽፋሽ
@eritreashikoradijeganu2039
@eritreashikoradijeganu2039 Жыл бұрын
Awet nhafash ❤ erey tsier
@misganaamine1750
@misganaamine1750 Жыл бұрын
🙏 amen
@weldenegodguad4974
@weldenegodguad4974 Жыл бұрын
ኣየ ጸጋይ መሃይም: ካብቶም ተጋሩ ንላዕሊ ብጥሜት ተኾርምዮም ዘለዉ እቶም ካርነሽም/ሓማሴን ኣሕዋትካ እዮም ኣታዮ:: ቆማል ዘርኢ ቆማላት ዋሕድ:: ካባኻትኩም ሓሳዳት ዘርኢ ሓሳዳት ካርነሽም/ሓማሴን ንላዕሊ ናዕና ኤርትራዉያን TDF ይቐርቡና ያ ወዲ ዓጣሪት ዋሕድ::
@mikael3245
@mikael3245 Жыл бұрын
@@weldenegodguad4974 እማንካ ወድነይ ወልደነጎድጓድ ቲዲኤፍ ኻም ልቀርበናማ የሰሐትካዮ፣
@weldenegodguad4974
@weldenegodguad4974 Жыл бұрын
@@mikael3245 ኣጆኻ: ሓዉና ህዝቢ መን ምኳኑ እዞም ኣብ ኤርትራ ዘለዉ ደቓሉ ናይ ኣምሓራ ምሂሮምና እዮም:: ህዝቢ ኤርትራን ትግራይን ከኣ ሓደ ሓዉ ህዝቢ እዩ:: እንተ'ዞም ከባቢ ኣስመራ ጥራሕ ኤርትራ ትመስሎም ደቓሉ ጥርሖም ወጺኦም'ዮም:: viva TDF ዉድቀት ንሰራዊት ኢሳያስ
@oneheart7494
@oneheart7494 Жыл бұрын
ብጣዕሚ ደስ ትብል ፊልሚ ( ብርክዮ )
@nigistybana6849
@nigistybana6849 Жыл бұрын
Eritrea 🇪🇷 ✅ for ever
@user-gt2dc9kn4q
@user-gt2dc9kn4q Жыл бұрын
ባራክዮ እዋናዊት 🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤
@yehdegatezfazghi8759
@yehdegatezfazghi8759 Жыл бұрын
ባራኪዮ መቅሰን እንዃዕ ብደሐን መጻእኩም አጆኩም ጽቡቕ ስራሕ ቀጽልዎ ። ራእሲን ወዲ አስካለን ግርም ተዋሃሂድኩ ብሉጽ ስራሕ 💯🙏🙏🇪🇷🇪🇷💪👍🏾
@brktiselemun3495
@brktiselemun3495 Жыл бұрын
እዋይይይ ነቲ ምስኪን ህዝቢ ትግራይ ሰላምን ራህዋን ካብዚ ዘለዎ ሽግር መከራ መዋጽኦ ይምነየሎም!!! ን ኣያናን ኣቦናን ገዲም ስነጥበቤና ባራክዮ ዕድመን ጥዕናይ ይሃበልና ከሙኡ ዉን ንኩላትኩም ስነጥበቤኛታት ሃገርና ኣዚና ኢና ንፈትዎኩምን ነክብረክሙን!!!! ኣጆኩም በርትዑ!! ኣብ ጎንኩም ኣለና!!!
@rrww1325
@rrww1325 Жыл бұрын
ሰረቅቲ ኣብዘይ መርየትኩም ትቅበርለኩም😁
@mehari4521
@mehari4521 Жыл бұрын
ኣየ ደቂ ኤረይ መቅሰናት😊 ከመይ ጌርኩም እቲ ቃነቃ ዓገመኛ ኪኢልኩሞ 👏❤️🇪🇷
@naduabaaba9585
@naduabaaba9585 Жыл бұрын
Wala ane gerimone deki eri meshakat 😂😂😂👍👍👍
@dendennakfa9415
@dendennakfa9415 Жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑና ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤።
@user-ue5ng6eg4g
@user-ue5ng6eg4g Жыл бұрын
ኤርትራዊንት ኽቡር ምንነት 🇪🇷❤️🇪🇷።
@erieri1142
@erieri1142 Жыл бұрын
Kkkkk
@user-ue5ng6eg4g
@user-ue5ng6eg4g Жыл бұрын
@@erieri1142 ኢሂ ብርጌድ አድጊ ሕጅም ኤርትራዊነት ክቡር ምንነት 🇪🇷❤️🇪🇷 እብለካ አለኹ አታ አጋሜ ወዲዚ ጸማቂት ስዋ ድቃላ አቢቲ ናይተጋሩ ገይድኻ ተሳተፍ ኢዚ ናይዚአ ሓላል ሜሬት ተወለድቲ ኤርትራዊን ስለዝኾነ አልግስ ገፅካ ትከወል።
@ertedi9470
@ertedi9470 Жыл бұрын
​@@erieri1142 እንታይ ገደሰካ እንዳ ነበዕ ትስሕቅ ሃሳስ ለቅላቂ
@mulugetazemach9009
@mulugetazemach9009 Жыл бұрын
Hxan eruru wrud
@gheribau3886
@gheribau3886 Жыл бұрын
እታ ምስኪን ስድራ ብጣዕሚ ከብድኻ ትበልዕ😓 ፈጣሪ ንሰለማዊ ህዝቢ ክብል ሰላም የውርደልና።
@onedaymsadey9719
@onedaymsadey9719 Жыл бұрын
ሓይልታት ምክልካል ኤርትራ ኣጆኩም ኣብ ጎንኩም ኣለና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪
@wskh4923
@wskh4923 Жыл бұрын
🤣🤣🤣🤣 ajekam
@naodmeharena5537
@naodmeharena5537 Жыл бұрын
Emo msom ktet bafka tray
@user-hu1xr5vm5h
@user-hu1xr5vm5h Жыл бұрын
Ab gonom ente aleka arbate ahwatey dekomn anistomn abzibaney koynom emo hagizena nay libey ye dahar kisenu bidekium ahwatkum ab gonikum alewu niblom
@erihalal621
@erihalal621 Жыл бұрын
Kkkk hiwet eyom zekfelu zelwu kedka abu abe gonom kune
@erihalal621
@erihalal621 Жыл бұрын
Abotatena deki 70 ehwatena deki 15 abe hawi yetbesu alwu nehna abe xebuk bota koyna abe gonkum alna ezi bede eyu
@germatsionmesmer8992
@germatsionmesmer8992 Жыл бұрын
ጅግና ባራክዮ ኣታ ሓቂ ኣብ እዋና ገርካያ።
@robirobirobel4029
@robirobirobel4029 Жыл бұрын
ዋይ ዘይ ፍታሕ ሕልሚ ዓባይ ትግራይ ባራክዮ ኣብኣ ከላ እዩ ዘምጽኣ ናይ ጭፍራ ሓሳብ ኣነ ክን ከብደይ ዝበልዑኒ ናይቶም ስድራ ብልቢ ምክኣል ስኢነ ሰላምን ጥዕናን ንህዝብናን ሃገርናን ደቂ ኤረይ
@tedroshaile8195
@tedroshaile8195 Жыл бұрын
Tigraway eyu Balu gobozay
@bisratteamerat6359
@bisratteamerat6359 Жыл бұрын
Ewe kebdika ybelika
@Yotkk
@Yotkk Жыл бұрын
ባራክዮ በርቂ🇪🇷❤🇪🇷
@OBO994
@OBO994 Жыл бұрын
ባራኪዮ መቅሰን ኣብግዚኣን ሰዓታን
@Teklezghi86
@Teklezghi86 Жыл бұрын
Well done, never to late of this piece of art,it helps tigrian’s awareness a bit
@israeltsegai4103
@israeltsegai4103 Жыл бұрын
ኣያና ባራክዮ ምስ ህሉው ኩነታት ትኸይድን ትምህርን ሕስድና ናይዞም ርጉማት ጎረበትና ተቃልዕን ተቃልሕን ብጣዕሚ ደስ ትብል ድርሰት ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ክቡር ኣያና።ኣብ ኣሰርኩም ኣሎና ደቅኹምን ተቐበልቲ ሕድርን።ኤረትርያን ምድየ ድመ የቐንየልና።
@eritrea6227
@eritrea6227 Жыл бұрын
Barakiyo king of kings 👑👑❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷 artist nay hagerna Eritrea 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪
@AdulisEri
@AdulisEri Жыл бұрын
ግብረ መልሲ ማሃብ ሓሚቅና ኣለና ፡ብዝተረፍ ጽብቅ ስራሕ
@gobushyared6046
@gobushyared6046 Жыл бұрын
ብሓቂ ክልል ትግራይ ባዕሎም ብድኣጎድዎ ሓዊ ክልሎሞ ብደም ጨቅያ እተ አት ህዝቢ ምሕረት አዉርደሉ እተ ሕዉሓት ግን ከም ዳናሶር ካብ ርእሲ ምድሪ ክጠፍእያ።
@ikkanalles4097
@ikkanalles4097 Жыл бұрын
ደቂ ኤረይ ኣናብስ ኣዝያ ብልጽቲ ግብረ መልሲ እያ።
@issayaskahsay979
@issayaskahsay979 Жыл бұрын
ጽቡቅ ስራሕ 🇪🇷💗💪🏾
@fyoriyemane8018
@fyoriyemane8018 Жыл бұрын
ጽቡቅ ስራሕ ባራክዮ ጅግና
@asmeromhabtai182
@asmeromhabtai182 Жыл бұрын
ኣብሳዓታ ኣምጽእኩማ ዓሽ ይሆ ባራክዮ መቅሰኒ ጹቡቅ ረኪብካዮም ኣሎካ፡ ጹቡቅ ተላብስኩሞ ኣሎኩም ኩላኩም ቀጺሊዎ። በራክዮ ብዙሑ ክጽበይካ እየ ጸንሐ ሕጅ ኣምጽእካያ ኣሎካ። ካለእ እዉን ኪተስረሕ ኪንጽበያክ እና፡ EMN dima bietgebriwo zelekum eritrawntkum meninetikum metkelkum nihiyal misagana neqribi .ajona bdegi nihalu misakum alona
@dendentekle500
@dendentekle500 Жыл бұрын
ባራክዮ ጅግና የእውይ ጸኒሕኻስ ትግራይ ትስዕር
@theguanners1091
@theguanners1091 Жыл бұрын
ናይ ባሓቂ ጽብቅቲ እዋናዊት ኮሜዲ ብፍላይ ንተጋሩ ማሃሪት ኢያ ይግዳስ ብረዲኤት ናይ ምዕራባውያን ዝጸመመ ርእስን ዝፀገበ ክብደን ኣይርዶኦምን ኢዩ ዑሱብነት ንተጋሩ ቀንዲ ስርሖም ኢዩ።
@musazghiasfha8361
@musazghiasfha8361 Жыл бұрын
Welcome deqi Eri 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️👍🌸
@hiwetkesete6741
@hiwetkesete6741 Жыл бұрын
በሉ እድመን ጥዕናን ይሃብኩም ጽቡቂ ስራሕ
@masawa1894
@masawa1894 Жыл бұрын
ብጣዕሚ ጽብቅቲ ደስ ትብል
@user-ro6jh9nw8m
@user-ro6jh9nw8m Жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣርካናት ተጋደልትን ስነጥበባውያንን ጽብቅትን ግዘያዊትን ቀጽልዎ ባራክዮ መቅሰን 😁😁😁😁😁🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Liduye_Natey
@Liduye_Natey Жыл бұрын
Barakiyo ❤️🇪🇷
@habenlove7395
@habenlove7395 Жыл бұрын
ክተት ወዲ ሓላል መረት 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪
@sssg9010
@sssg9010 Жыл бұрын
Shekorinatatt yehwat admen teaan yhabkumm ..Hagernan, Hezbnan ybarekk egzabhir 🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏💕💕🇪🇷🇪🇷💕🥰
@danitesfamcael7537
@danitesfamcael7537 Жыл бұрын
Thank you so much for your hard working deqi Eri ajena keep it up 🇪🇷🇪🇷 awet nhafas ✊
@abielhabtom7007
@abielhabtom7007 Жыл бұрын
Barakio great work 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@primoeri3705
@primoeri3705 Жыл бұрын
ኣዝያ እዋናዊትን ነዚ ዘሎ ኩነታት ብደቂቕ ተንቲና ትገልጽ ፊሊም። ባራክዮ ቡሉጽ ከም ኩሉ ግዜ። Eritrean media Network ውን ብእትገብርዎ ዘለኹም ስራሕ ብጣዕሚ ዝድነቕ እዩ። ብዝትዓጻጸፈ ክትብርትዑን ክትቅጽልዎን ንላቦ። ኣብ ጎኑኹም ውን ኣለና። No matter what ኣብ ጎኒ ሃገርናን ፡ መንግስትናን ህዝብናን ፡ ሰራዊትናን ኣለና። ክብሪ ነቶም ሃገር ክትህልው ሂወቶም ዝበጀው ስማእታትና ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ!!!! 👈✊💪👌👍🙏🤲❤🇪🇷
@eriiistars3089
@eriiistars3089 Жыл бұрын
ባራክዮ ናይ ሕማመይ ሕጂ ኣቅሰንካኒ
@meharigebrehiwet7775
@meharigebrehiwet7775 Жыл бұрын
Resah sirah tsile zeysilchwom barayu Eseyas
@homemademom6985
@homemademom6985 Жыл бұрын
🤬🤬🤬🤬
@sesinna1
@sesinna1 Жыл бұрын
ኣዝያ እዋናውን ብልጽቲ ስራሕ። ብፍላይ ትግሓርኛ ቛንቛ ትግሓሩ ጽቡቕ ኺእልኩሞ ደቂ ኤረይ ኣናብስ። እወ ተጋሩ ኣይ ኣምሓርኛ ኣይትግርኛ ስለ ዝኾነ ፣ ቛንቆኦም ትግሓርኛ ሰምየዮ ኣለኹ። 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️
@samisam3997
@samisam3997 Жыл бұрын
T🤣🤣💞
@nardinadiablessed0811
@nardinadiablessed0811 Жыл бұрын
🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣
@tirhasmebrhatu8963
@tirhasmebrhatu8963 Жыл бұрын
Kkkkkkkkk tghargna
@adulis73
@adulis73 Жыл бұрын
ትግራዋይኛ እዩ ዝብሃል!
@yemanekesete4036
@yemanekesete4036 Жыл бұрын
ጥበብ ክበሃል.ሲ እነሀልካ ኣብዚ እንበር ባራክዮ ኣቦ ጥበብ ቀጽሎ ኣጆኻ
@lettyabrha9491
@lettyabrha9491 Жыл бұрын
IT IS TRUE
@HAREGU1
@HAREGU1 Жыл бұрын
Good job deki eri ❤️💐🙏🇪🇷🌼💐
@user-jm5ro8wv3j
@user-jm5ro8wv3j Жыл бұрын
🤣😂🤣😂 ባራክዮ ጅግና በሎም ድኣ ኣንታ መቅሰን ሕልሚ ማለሊት 😂 ብጣዕሚ ብልጽቲ ስራሕ ኣይትዝሓሉና ግብረ-መልሲ ነዞም ቆማላት ኣጆኹም ደቂ ሪመይ ጻዕዳ 🇪🇷♥️💪🇪🇷♥️💪♥️🇪🇷💪🇪🇷♥️💪💯✅💯
@copyetbarek8538
@copyetbarek8538 Жыл бұрын
በሉዎም ጥራሕ ነዞም ከሓዲ... ናቶም እኹም ትብዎም ዘለኩም... Tnxs dear bro... ባራካዮ... Gbu with all familly...god bless eritrea ❤🇪🇷❤🇪🇷❤❤❤🇪🇷❤
@natnaelgym6985
@natnaelgym6985 Жыл бұрын
ጌጋ ሰላም የዉርድ ንበል
@mebrahtubeserat5742
@mebrahtubeserat5742 Жыл бұрын
ጀጋኑ ደቂ ኤሬየ ጻዕዳ ዕድመ ይሀብኩም ባህርያት ዓበይ ትግራይ ሕልሚ ደርሆ ዘዛካከርኩሞም ነዞም ሐሳደት ወያነን ኮራኩሮምን::
@amlakiesmani3149
@amlakiesmani3149 Жыл бұрын
አምላኽ ንህዝብናን ሃገርናን ይባርኽ ባራኪዮ ታሪኽ ማለሊት ንዉሉድ ወለዶ ዘይርሳዕ ብፊልሚ መልክዕ ትሰርሖዎ ዘለኩም ዓቢ ታሪኽ'ዩ አምላክ ማለሊት ክፉእ ክሓስቡ ዘሕለፉዎ ጊዚኦም ከም ጎሓፍ ንርእሶም ተመሊሱ ተደፊኡዎም፣ 😃 ዕድመ ንባራኪዮን መሳርሕቱን ዓወት ንሓፋሽ 🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@blasattmesgan4100
@blasattmesgan4100 Жыл бұрын
ኤርትራውንት, ክብር, መነንት ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🙏🙏❤🇪🇷🌹🌹👍
@edenkidane1625
@edenkidane1625 Жыл бұрын
ኩሉ ዘጸብቀሉ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍
@foziyamohammed5277
@foziyamohammed5277 Жыл бұрын
ዓወት ንስራውት ኤረትራና
@Bocaca49
@Bocaca49 Жыл бұрын
😂😂😂😂😂😂😂😂 am dying. This is so hilarious. We need part 2,3,4,5…..
@user-rj7hj1ub7f
@user-rj7hj1ub7f Жыл бұрын
መርሓባ ተጋ/ላይ ራእሲ ደንⶔካና'ኳ፡ እንቋዕ ደሓን መጻእካ ጅግናና፡ ሞራል ንሃቦ ደቂ ኤረይ ዝያዳ ክተባባዕን ክሰርሓልናን
@yohanatekle3012
@yohanatekle3012 Жыл бұрын
Barakiyo 😍❤❤❤💯
@xegaxega4826
@xegaxega4826 Жыл бұрын
ajokum moral nhabom kof abilom amxioma jeganu snetbeb🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️
@luwamtesfalem4010
@luwamtesfalem4010 Жыл бұрын
Barakiyo 🇪🇷👏🏼🥰
@user-yy7vw5fp1e
@user-yy7vw5fp1e Жыл бұрын
ሓዋሓት ንኤርትራውን ዝገበርኽሞ ኩፉኣ ተፈድኩሞ ኤኩም : ከመ ተጋሩ ኩፉኣት የለን ኤርይ ተባረኺ ኤርትራ በደም ደቃ ተኸቢራ ከትነብር ኢያ 😍😍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@tesfa1222
@tesfa1222 Жыл бұрын
😭 ምስኪን ህዝቢ ትግራይ ኣምላኽ መዋጽኦ ይፍጠረልኩም። ወያነ ጠንቂ ኩሉ ክፍኣት ዞባና ኢዩ።
@eridm111
@eridm111 Жыл бұрын
ሕግደፍ እንከላይ
@trhasketema2174
@trhasketema2174 Жыл бұрын
እመ ብርሃን ጽላልኪ ኣምብርላ ንኤረይ ክብርን ሞጎስን ንሓይልታት ምክልካ ይኩን ኤርትራውነት ክቡር መንነት
@andemeskeltekleweini9970
@andemeskeltekleweini9970 Жыл бұрын
ባራኬዬ ነብሲ:ዕድመን ጥዕናን ንኩልኹም ጀጋኑና ይኹን ❤🌹🇪🇷
@samsonhaile6534
@samsonhaile6534 Жыл бұрын
ጽብቅ ስራሕ ጅጋኑ
@gmekonnen397
@gmekonnen397 Жыл бұрын
Wow it is amazing how it reflects the day dream of abay Tgray
@helennegash4593
@helennegash4593 Жыл бұрын
Ewy anes kifetwo nezi jigna barakyo mis ezen Mama hadas girm eyom zemtsiewo nayzom komalat zereba ajekum 🇪🇷🇪🇷❤️
@beriyewedierey8797
@beriyewedierey8797 Жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ጽቡሕ ስራሕ ባርክዮ ምስቶም መሳርሕትኻ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ። ጅግና ናይ ጀጋኑ ኢኻ እሞ በርትዕ ኣጆኻ ኤርትራውነት ክቡር መንነት።
@damaeast6551
@damaeast6551 Жыл бұрын
True depiction the essence of Tegaru! Strong work.
@kidankeren215
@kidankeren215 Жыл бұрын
Great job barakyo 🇪🇷
@afdj1565
@afdj1565 Жыл бұрын
ከምዚ ከማይ ን ባራክዮ ፍቱዉ ዘብሎ ይህሉዶ 😀
@saaresaare9264
@saaresaare9264 Жыл бұрын
ዋላ ሓደ የለን
@God-db9vp
@God-db9vp Жыл бұрын
ጽልኢ ዝሰብኽ መን ይፈትዎ፡ ብዘይካ ደላዪ ጽልኢ።
@afdj1565
@afdj1565 Жыл бұрын
@@saaresaare9264 ዑጉም ትኸዉን 😀
@afdj1565
@afdj1565 Жыл бұрын
@@God-db9vp ጽልኢ እንተ ደኣ ይሰብኽ ሃሊዩ እንታይ ኣምጺኡካ ናብዚ
@God-db9vp
@God-db9vp Жыл бұрын
@@afdj1565 ምስ ረኣኽዎ ኢየ ጽልኡ ምኳኑ ፈሊጠ እንበር ጠንቋላይ ድየ ከይረኣኩ ናይ ጽልኢ ክብሎ።
@beilulmehari5055
@beilulmehari5055 Жыл бұрын
Tegadalay barakiyo jigna❤ ❤kulukum bluxat ktkelwo 😮❤🇪🇷🇪🇷
@BellaAbraham-gu9zb
@BellaAbraham-gu9zb Жыл бұрын
Great Job Deki EREY❤❤❤
@simretweldegergish5921
@simretweldegergish5921 Жыл бұрын
ባራክዮ ነብሲ ሞያኻ ክንወርስ ዕድመን ጥዕናን የሃብካ
@user-bo3sh6up2b
@user-bo3sh6up2b Жыл бұрын
ኻን.ዶ ዘግዕኹሙናታ ኸምዘይነበርና ኽትጎቡሩና ኹቡሩ ስነጥበባው በራኽዮ ደግኻና ኸማነይ ዝጽበየኻ ዝነበሪኩ ስራሕ እዩ
@stellaberhane1053
@stellaberhane1053 Жыл бұрын
ደቂ ኤርትራ ጀጋኑ ናቶም ሂብኩሞም 😂❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪🏽💪🏽💪🏽🙏🏾♥️♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@filmonamanuel7131
@filmonamanuel7131 Жыл бұрын
ባራክዮ ጅግና
@ksanet14ever69
@ksanet14ever69 Жыл бұрын
ባራክዮ ዝሰርሖም ቅድሚ ሕጂ ኩሉም ግዚኦም ሓልዮም ኣብ ባይታ ርኢናዮም፡ ኣነ ዝገርመኒ ግን ተጋዳላይ ህዝባዊ ግንባር ንሕውሓትን ህዝቢ ትግራይን ከም ከብዲ ኢዶም ይፈልጥዎም ምኳኖም'ዩ
@eritreagiftofgod8292
@eritreagiftofgod8292 Жыл бұрын
ይትረፍ ሻዕብያ ታተ ኣቢላ እግሪ ዘትከለቶም ሲ ናይ ሕማመይ ኳ ፈሊጦሞም ን ጁንታ ደኣ
@henokhailesolomon1707
@henokhailesolomon1707 Жыл бұрын
እዋናዊት ነተባብዓዮ ንባራክዮ
@marinaer12
@marinaer12 Жыл бұрын
ባራክዬ ኩሉ ግዜ ስራሕካ ንፍዕን ጽፍፍን ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ ኩልኩም ጀጋኑ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪🏼
@sirakfishale1484
@sirakfishale1484 Жыл бұрын
ባራክዮ our legend ❤
@amanuelmichael9037
@amanuelmichael9037 Жыл бұрын
Tegadalay barakiyo jigna edmen tienan yhabka ajoka ab gonka alona for ever eritrea 🇪🇷
@rahelokbay1554
@rahelokbay1554 Жыл бұрын
Good job 👌🇪🇷💪💗
EMN - ካልኣይ ክፋል ''ኑዛዜ ''- Eritrean Media Network
42:09
ERITREAN MEDIA NETWORK
Рет қаралды 42 М.
New Eritrean interview part 1 Artist Rusom Teweldebrhane Barakyo by Tesfaldet Mebrahtu
27:57
The child was abused by the clown#Short #Officer Rabbit #angel
00:55
兔子警官
Рет қаралды 19 МЛН
МАМА И STANDOFF 2 😳 !FAKE GUN! #shorts
00:34
INNA SERG
Рет қаралды 4,1 МЛН
Became invisible for one day!  #funny #wednesday #memes
00:25
Watch Me
Рет қаралды 17 МЛН
DO YOU HAVE FRIENDS LIKE THIS?
00:17
dednahype
Рет қаралды 38 МЛН
EMN - ወፍሪ ስግረዶብ እንክዝንቶ | Eritrean Media Network
46:05
ERITREAN MEDIA NETWORK
Рет қаралды 72 М.
EMN - 1
1:04:03
ERITREAN MEDIA NETWORK
Рет қаралды 105 М.
EMN - ካብ ኣገረምቲ ዕላላት ገድሊ  ( Eritrean Media Network )
21:56
ERITREAN MEDIA NETWORK
Рет қаралды 163 М.
The child was abused by the clown#Short #Officer Rabbit #angel
00:55
兔子警官
Рет қаралды 19 МЛН