EMN - ቅድሚ ሕጂ ዘይተስምዕ ዕላል ምስ ወዲ 80 ዓመት። [ Eritrean Media Network ]

  Рет қаралды 117,768

 ERITREAN MEDIA NETWORK

ERITREAN MEDIA NETWORK

3 жыл бұрын

ቅድሚ ሕጂ ዘይተስምዕ ዕላል ምስ ወዲ 80 ዓመት።
bit.ly/2Ez680x
bit.ly/3leorbM

Пікірлер: 383
@makubeniam9102
@makubeniam9102 3 жыл бұрын
ይቕንየልና ኽብረት ይሀበልና ጋዜጠኛ ። ኣቦይ መዓረይ ካአ ነዊሕ ዐምሪ ይሃብካ ውላደካ ምኾነይ የሕብነኒ እዩ!!
@yared7831
@yared7831 3 жыл бұрын
You are lucky to have such a gentleman. Br proud.
@abelabrha9893
@abelabrha9893 3 жыл бұрын
Maku enkae hagosaake gax aboke reke ne ketrakebu egzeabher yehagzkum des zebel abo
@habtommebrahtom4932
@habtommebrahtom4932 3 жыл бұрын
Bihaki zehebunu abo mihlawka edlegna eka kubur hawey edmen tienan yihabeley ni weledikum.
@yonatan4085
@yonatan4085 3 жыл бұрын
Btaemi des zblu abo.... rgueee... snesraitana.... enber lomi carate.... zmaharu... aytsrniiii merat eya kkkkkkkk thank you 🙏 baba biniyammmmm edme yahabkummmm...
@user-zb8cn5uv5e
@user-zb8cn5uv5e 3 жыл бұрын
ማኩ ጅግና ዉረሱ ናይ ጅግና💪 ኣቦኹም😍።
@almaztesfai6576
@almaztesfai6576 3 жыл бұрын
ባባ ብንያም ብጣዕሚ ትሑት መኽበሪ ሰብ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ምስ ክብርቲ ባዓልቲ በትካ ማማ ዛፍ።
@zaidtewelde2368
@zaidtewelde2368 3 жыл бұрын
ናብሓቂ ጽቡቅ ዕላል ሙቁሪ ኣቦ ዕዲመን ጥኢናን ይሃብኩ ምስኩሎ ስድራኩም ዮናስ ሓ ወይ ናብሓቂ ጽቡቅ ሰራሕ ቀጽሎ የመስግነካ 👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏾🙇🏽‍♂️🌽🌽💓💓💓
@tesfalemg.ghebremariyam2876
@tesfalemg.ghebremariyam2876 3 жыл бұрын
መርሓባ EMN ዮናስ ጽቡቕ መደብ ፣ናይ ኣቦና ቢንያም ኣዝዩ መሳጢ ዕላል ዓቢ ትምህርትን ተመኩሮን ኢዩ፣ዕድመን ጥዕናን ከኣ ይሃቦም።ሓንቲ ነገር ኣዘኪሮምኒ ብዛዕባ ድሌት ምስታፍ ናብ ባሕረኛ ጭርሖ ነይሩዎም ንመናአሰይ ዝስሕብ ' Join the navy and see the world' ትብል።
@selamnikulu-ol1ul
@selamnikulu-ol1ul 3 жыл бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቅ ኣብነታዊ ኣቦ!ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ምስ ብዓልቲ ቤትኩም!!!
@maazaaraya8776
@maazaaraya8776 3 жыл бұрын
ኦድመን ጥዕናን የሃብክ ኣቦይ ቢንያም፡ ናይ በሓቂ ጥዑም ዕላል፡ኤግዛብል ዝኹንኩም ኣቦና ተዓወቱ!!! ሓውና ዮናስ ጹቡቅ ስራሕ ተካይድ ኣሎኻ የቀንየልና ።👏👏👏💪💪💪💖💖💖💖💖💖💖💖💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏
@dudushushu7584
@dudushushu7584 3 жыл бұрын
I remember Biniam when I was a young boy in Edagarbi. He is my senior and was admired by many people in Asmara. He was a very handsome, humble, proactive in sports, and in our community, Biniam was a role model when he joined Navy. He was dressed in neat and fashionable clothes and shoes. Biniam was admired by boys and girls in Edagarbi and in Asmara in general. It is nice to hear Biniam's voice and still going strong with a great memory at the age of 80. He was active in sport and did not indulge in drinking and wasting his time with friends. Biniam was a very serious character in our area. His parents, brothers, sisters were also well known and respected in Edagarabi. Hopefully, Biniam continues to live a good life with his wonderful wife and his family. Yonas has done an excellent job to interview Asmarinos like Biniam. It is very much appreciated, if EMN can forward to the public his phone number and whereabouts Biniam is living in Asmara. To whose who Binima was and is a role model would like to see him in our beloved Asmara during our visit and to support him in one way and another. Conguratulations to Biniam, his wife, and family for the excellent memory of your life.for consumption to the public. Biniam is still charming and I wish him the best endeavors with his health.
@loveyouall1996
@loveyouall1996 3 жыл бұрын
ብጣዕሚ ዘገርም ደስ ዘብል first love letter ዓቢ ትምህርቲ ነዚ ዘለናዮ ግዜ እዩ. ምስ ጥቅሚ ዝተታሓዘ ርክብ መርዓ ኣብ ከውሒ ዝተመስረተ ሓዳር ስለዝኾነ ንነዊሕ እዋን ኣይቕጽልን እዩ.
@jiromdebesay2547
@jiromdebesay2547 3 жыл бұрын
ብጣእሚ ደስ ዘብል ሰብኣይ ኢዩ። ኣዝማሪኖ ብኩሉንትናኡ ደስ ዘብል ኢዩ ልእሊ ኩሉ ምምራቅ መን መሪቅዎ ኢዪ ፡ ምምስጋን ውን ብጣእሚ የመስግኑ ፡ ስለ ከምኡ ክኣ ኢዮም ምስ ጥእንኦም ዘለው። ስለዚ፡እድመን፡ጥእናን ይሃብኩም ፈጣሪ ። ንኣካ ክኣ ዮናስ ጽቡቅ ስራሕ ቀጽሎ ኣይትሕመቅ።
@samimoha2027
@samimoha2027 3 жыл бұрын
Entay azimarino? Kid asmara reaya Gohan koyna ala
@user-py8yp8px7y
@user-py8yp8px7y 3 жыл бұрын
@@samimoha2027 አታ ወዲ ጉማማ አንታይ ምትእ ስሳር አለዎ ምዚ ኪፍ ዘለዎ ዕላል እሞ ሰኪትካ አስተሕምል ደንደስ አፍካ ከየዕርየልካ ጎህማም
@user-py8yp8px7y
@user-py8yp8px7y 3 жыл бұрын
ዋውውውው ሃሃሃሃሃ ባባ ቢንያም ኪፍ ዘለኩም ዝበለጸ ቤት መላጸ እዞም አቦ ዕላሎም ዘይምኖ አይ ትቀልትፎም አወደአዮም ሐሳቦም ክሳብ ዝዉዱኡ ማራ ጡዑም ዕላሎም 🙏🙏🙏🙏
@adighebre1215
@adighebre1215 3 жыл бұрын
ንብንያም ካብ 1950 ኣትሒዘ ኢየ ዝፈልጠካ። መሰታኻን መተዓብይትኻን'የ። ብዙሕ እውን እዝክረካ'የ። ገና ቃል መሕትትካ ከይተወደአት እጽሕፍ ኣለኹ። ኣብ ሓደ መርዓ ኣብ 20 ዓመትና ዓሪኽና ብሓባር ሳዕሲዕና ኢና። ዝተመርዓኻሉ 1970 ኣብ እንዳ ሓሙኻ ኣቶ ኣብርሃ መብራህቱ ኣብ ገዛ ባንዳ ከም ሕጂ ኰይኑ ይርአየኒ። ናይ ሕጂ ስእልኻ ርእየ ከለልየካ ኣይከኣልኩን ኔረ። እታ ናይ ቀደም ስእልካ ምስ ረአኹ፥ ብንያም ምዃንካ ፈሊጠ። ምዕባይካ ሓውካ ዮሴፍ፥ ልዕሊኡ ኣማኑኤል፥ ልዕሊኡ ዘሩፋኤል፥ ዓቢ ሓውኩም ድማ ዮሓንስ እዝክረኩም ኢዬ ኩሉ ሳዕ። ብንያም ባዕሉ እንተ ዘይነገረኩም፥ ምልኩዕን ግሩም ቅርጺ ዝነበሮ ቦዲ ብዩልደር ምስ በዓል ፍቅረ ተስፋይ ኢዩ ኔሩ። ኣነ ድማ ብዝሓለፈ የካቲት 13 ሰማንያ ዓመተይ ኣብዒለ'የ። ኣቦይ ብላታ ክፍለማርያም ንኹሎም ደቆም ካብ መጽሓፍ ቅዱስ ኢዮም ስምዮሞም ኢለ ኣብ ቀረባ እዋን ብዛዕባ ስድራኹም ኣዕሊለ። ግን ድሕሪ 70ታት ኣይተራኸብናን። የሕዝነኒ! ንሕጂ ይእከልኩም። ኣዲ ገብረ / ካብ ሽወደን
@almaztesfai6576
@almaztesfai6576 3 жыл бұрын
ሰብ ቀደም ንበሩ ክበሩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም።
@alganeshtekleab869
@alganeshtekleab869 3 жыл бұрын
Ebeyti abotatna edmen tenan yhebkum 1000 emet.nberulna.
@hihi-gy8zz
@hihi-gy8zz 3 жыл бұрын
Edmen Tenan yehabkum werden.weledena Emo Kontakt geberwom.
@beace.everywhere9262
@beace.everywhere9262 3 жыл бұрын
Thank you my brother my family history binyam great man abraha mebrahtu my mother uncle
@rahelmeresie384
@rahelmeresie384 3 жыл бұрын
አድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣምላክ ይባርኩም።
@user-xt1qr6qy1f
@user-xt1qr6qy1f 3 жыл бұрын
ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን የሃብኩም ፈጣሪ ደስ ዘብል ዕላል
@adhanomnegusse6517
@adhanomnegusse6517 3 жыл бұрын
ዝድነቅ ምድብ እዩ ምስ ብንያም አብ ሐይሊ ባሕር ብሐንሳብ ንነውሕ ዐመታት ብሐንሳብ ሰሪሕና ሌላና አብ እስመራ እዩ ብንያም ፍቱው ተውዛይ ምቅሉል ንይሩ አዋልድ እሰመራ ኰለን ይብህግኦ ንይረን
@peterben3007
@peterben3007 3 жыл бұрын
Love you Dad I miss you so much God be with you Thank you Yonas beautiful 🇪🇷
@Elrio1314
@Elrio1314 3 жыл бұрын
Wedu dika bhaqi?
@peterben3007
@peterben3007 3 жыл бұрын
@@Elrio1314 yes I am Petros Beniam thank you
@admasawet9633
@admasawet9633 3 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ መሳጢ ዕላል ኩቡር ኣቡ እግዛኣብህር ዝባርክ ኣቡ
@samuelfsha6365
@samuelfsha6365 3 жыл бұрын
ድቃሰይ ገዲፈ ደስ ዳበለኒ ዝሰማዕክዎ ዕላል ክንደይኮን ይከውን ዋግኡ ? ጥዕናን ዕድመን ነዞም ኣቦ !!
@ghennettesfagiorgis9074
@ghennettesfagiorgis9074 3 жыл бұрын
Woww amazing and powerful message for everyone Thanks !! May God continue to bless you abundantly, kindness ,peace, love, and joy to Benyami's and family too 🙏
@adighebre1215
@adighebre1215 3 жыл бұрын
በል ሕጂ ቃል መሕትትካ ወዲአ። ከምቲ ዝበልክዎ ቀላጽምካ ኣርኢኻዮም። ጽቡቕ ዕላል!
@MrArosto
@MrArosto 3 жыл бұрын
Nay bhaki des zbil elal eyu aboy Biniyam kbret yhabkum. Hatatay kiaa ktsilo bravo.
@nakfa1244
@nakfa1244 3 жыл бұрын
ሽኮር አቦ ምዕቡል ናይ ብሐቂ መሳጢ ዕላል 🙏🙏🙏🙏
@andiesteweldeberhan1299
@andiesteweldeberhan1299 3 жыл бұрын
Ato Biniam ab Batsie ( Massawa) bisirah yifelto iye. Hakegna, tsiruy ,melke-egna seb iyu neyru. Zerebu-u iwn terirn hakn iyu. I am so happy to see you Mr Biniam. Thanks EMN.
@isaacgil6086
@isaacgil6086 3 жыл бұрын
ብጣዕሚ መሳጢ ዕላል። ደስ ዝብሉ ኣቦ ነባሓጎይ ኣዘካኪሮምኒ። ዕድመን ጥዕናንን ይሃቦም።
@biniamasmara3799
@biniamasmara3799 3 жыл бұрын
ደስ ዝብል ሰብኣይ። ዕድመን ጥዕናን ንምነየልኩም ኣቦይ ቢንያም
@ghirmaymerhazion5223
@ghirmaymerhazion5223 3 жыл бұрын
ብሓቂ ቢንያም ፡ጹቡቕ ዛንታ ፡
@robielabiel5671
@robielabiel5671 3 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
@Adha1991
@Adha1991 3 жыл бұрын
ብጣዕሚ መሳጥን ምሃርን ዕላል ኣቦና ናይ ብሓቂ ዝገርም ምዕቡል ኣቦ ክትሰምዖ ዘየሰልቹ ሓቂ ብሓቂ ደስ ዝብል ዕድመን ጥዕናን ይምነየሎም።
@jossy2714
@jossy2714 3 жыл бұрын
Entay temahirka eba athzeni.
@selamnikulu-ol1ul
@selamnikulu-ol1ul 3 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ!!!
@dawitgebrat1878
@dawitgebrat1878 3 жыл бұрын
ብተፈጥርኡ ቢኒ ኣባሕጎና ልክዕ ቅርጺ ወተሃደር ኢዩ ውን ዝውንን፡ብፍካይ እዛ ቆብዑ ኣኮይ ጽሃየ ሓጎስ ኣብ ሓይሊ ኢትዮጺያ ዝነበረ ተዘካክረኒ፡ ንምካኑ ኣብዚ ሓድሽ ወለዶ ኤርትራውያን ደቂኣንስትዮ፡ ሳላ ብቃልሰን መሰለን ዘረጋገጻን ፍትሓዊ መንግስተንን ከምድላየን ናጻ ኢየን ድላየን ክሓታን ክፍጽማን፡ ኮታ ድሓን ኩኒ ውሻጠ ኢለንኣ ኢየን
@apoloeleven4756
@apoloeleven4756 3 жыл бұрын
ብጣዕሚ ጥዑም ዝኾነ ቃላት ዘይምኖ ዕላል አዛናጊዕካና ኩቡር ሓው ዮናስ ከም ኩሉ ጊዜ የቐንየልና ከምእውን ክቡር አቦና ቢንያም ብኩፎት ልብኩም ናጳ ኩንኩም ታሪኽ ሂወትኩም ዛካፈልኩሙና ብልቢ የመስግነኩም ሰላምን ራህዋን ጥዕናን ይምነየልኩም የቀንየልና::
@robeltesfai2024
@robeltesfai2024 3 жыл бұрын
ኣዝዩ መሳጥን መሃርን መደብ፡ ምስጋና ንኣዳለውትን ኣቶ ቢንያምን። መራሕ መደብ ኣብ መንጎ ዕላል ኣቶ ቢንያም ብዙሕ ግዜ ብምእታውካ ዋሕዚ ዕላል ቆራሪጽካዮ ። ግዜ ክትቁጥብ ኢልካ ትገብሮ ዝነበርካ ምኹላፍ ዋሕዚ ዕላሎም ምድግጋም ሕቶን ዘየድሊ ቃለ-ኣድናቆትን ተሪፉ ዝኽርታቶም ብዘይ ምኩልላፍ ቀዳማይን ካልኣይን ክፋል ኢልካ እንተተቅርቦ ዝያዳ ምመቀረ። እዚ ክብል እንከለኹ ካብ ክትሰርሕ ኣበር ከተውጽእ ከምዝቀልል ብምእማንየ። ግሩም መደብ!
@arayagebremeskel6661
@arayagebremeskel6661 3 жыл бұрын
ፒኦ ብንያን ከመይ አለካ ምስ ክብርቲ ብአልቲ በትካ ወይዘሮ ብሪዛፍ ምስ ኩቡራት ደቅካ ከመይ አለኩም ብዙህ ስላም ይብለካ አነ አርአያ ይብሀል አብ አልፍሮማዮ ብሀንሳ ንሰርህ ነይርና አብ ባህሪ ሀይሊ ቅርንጻፍ አስመራ ብንያም አብ ምሉኡ አርትራ ብተባይ ዘርክቦ ፍቱር የለን ምስ ብአልቲ በቱ ዝነበሮም ፍቅርን ስንትን አብ ሂወተይ ክሳአ ህጂ አይረአኩን ከም ክልተ የህዋት ኢምበር ስብአይን ሰበይትን አይትብሎምን ከምአቶም ዘህለፈ ዘሎ አይመስለንን
@arayagebremeskel6661
@arayagebremeskel6661 3 жыл бұрын
ብንያም ብሀቂ ሰላማዊ ስብ ኢዩ ነይሩ መልኩኡ አይኮነን ንሰበይቲ ንስብአይ ዝማርክ ነይሩ ብተባይ ዘርኩቦ የለን ወይዘሮ ባህሪ ዛፍ ድማ ብርክቲ ኩሉ ግዝየ አይፋላለዩን ኢዮም ነይሮም ሀዳር ናይ ብሀቂ ዝደሊ ካብ ክልቲኦም ክምሀሩ አለዎ
@aminearaya6682
@aminearaya6682 3 жыл бұрын
እዋይ ክጥዕሙ ኣቦ። ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም።
@danikidane2527
@danikidane2527 3 жыл бұрын
Thanks yoni boy 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯💯💯😄😄😄😄😄 kef zelewom abo edmen tienan yhabkum
@Bocaca49
@Bocaca49 3 жыл бұрын
Nice 👍ኣምበሳ ወዲ ኤርትራ☝️☝️love the tattoo
@abdelletifmuhammed836
@abdelletifmuhammed836 3 жыл бұрын
ኣቦይ ቢንያም ማሻኣላህ ሺኮር ሰብኣይ ዕላልኩም ምቁር ከም መዓር ክክክክክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
@selemawitmehari280
@selemawitmehari280 3 жыл бұрын
Aeboy moetey odme yhebkom 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤
@arayabeyene9091
@arayabeyene9091 3 жыл бұрын
ቢንያም ዓቢ ሰብ ! ብህይወት ምህላውካ ዘሕጉስ እዩ ! አብ 60ታትን 70ታትን አብ አስመራ ዝነበርና መንእሰያት ጽበቕ ጌርና ንዝክረካ ኢና። ስቕ ኢልካ ዘይሕለፍ ግርማን ሞገስን ስለዝነበረካ። በዓልቲ ቤትካውን ከማኻ መልክዔኛ ስለ ዝነበረት ክልተ ሓደ ተራኺቦም ንብል ኔርና። ክሳብ ሕጂ ብሓንሳብ ምንባርኩም ዓቢ ጸጋ እዩ። ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም።
@tsegayinegussie9913
@tsegayinegussie9913 Жыл бұрын
ቢንያም ኣብታ ሓታቲ ዝሓትትካ ካበይ ኢያ መጽያ ምስ ትባህልካ፡ኣቦይ ክፍለማርያም ዝመረጽልካ ካብቶም ናይ ኣሕዋትካ ዓበይቲ ኢዩ ዝጅምር ናይ ኣወዳት ብዓቢ ክንጅምር 1 ዮውሃንስ፡2 ዘርፋኤል፡3 ኣማንኤል፡4 ዮሴፍ፡5 ቢንያም(ሕሳስ ልደ ካብ ኧወዳት) ስለዚ ብንያም ዓርከይ አቲ ድኣስማትኩም ኩሉ ካብ መጽሓፍ ቅዱስ ዘውጹእልኩም ኔይሩ፡ድሓር ድማ ዓበይቲ ኣሕዋትካ ተጻወትቲ ኹዕሶ እግሪ ኣብ ኤርትራ ፉሉጣት ስለ ዝነበሩ ክግለጽ ኔይሩ።ቢንያም ኣብ NAVY ብሓንሳብ ስለ ዝነበርና ስዉእ ኮማንደር ብንያም ገብራት ንምንታይ ረሲዕካዮ ካልእ ኩሉ ዝገለጽካዮ ትኽክል ሓውኻ ጸጋይ።
@frehaile6298
@frehaile6298 Жыл бұрын
Nice honestly comment 🙏thanks
@abifire4594
@abifire4594 Жыл бұрын
ኣብዚ ታሕቲ ክም መወሰኽታ ጽብቅቲ ኮመንቲ ጽሒፎም ዘለው ኣቶ ጸጋይ ኑጉሰን ኣቶ ቢንያምን ገለ ገርካ ብሓንሳብ ዘይተዛራሪቦም ገለ ጥዑም ዕላል ኣለዎም ይመስለኒ ።
@milietesolomon7659
@milietesolomon7659 3 жыл бұрын
Waw ደስ ዘብል ታሪኽ ዝሓዘለ ዕላል
@samueljenjer3420
@samueljenjer3420 3 жыл бұрын
ብሉጽ ዛንታ የዕሊልኩምና ሰላምን ጥዕናን ይሃብኩም ሰብቀደመ ,,።
@mulugetaembaye2151
@mulugetaembaye2151 3 жыл бұрын
THIS IS ERITREAN HEROS HISTORY AT Iት'ስ BEST
@kokobbeyene7541
@kokobbeyene7541 3 жыл бұрын
Bini edmen tienan yhabka my lovely uncle love you
@kidistaraya8537
@kidistaraya8537 3 жыл бұрын
ዋውውውውውውው ዕድመን ጥዕናን ኩቡር ኣቦና ብጣዕሚ ተሓጉስናልኩም ኩቡራት ወለዲ ብፍላይ ዕላል ፍቕርኹም ይቕነልና ነቲ ሙቁር ዕላልኩም ኣቦይ ቢናም
@fitsumgebrezgabhir7201
@fitsumgebrezgabhir7201 3 жыл бұрын
የቀንየልና ደስ ዝብል ዕላል 🙏🙏🙏🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🌹🌹🌹🌹🌹🌹
@biniamasmara3799
@biniamasmara3799 3 жыл бұрын
ምስ እዚ ሰብኣይ ቃለ መጠየቅ ሲ ሰዓታት ከማን ትሰምዖ
@zekaryasgebru5860
@zekaryasgebru5860 3 жыл бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ዕላላትን ዛንታን ባባ ቢንያም ኣዘራርብኡ ትሕትና ኣቃውምኡ ጽቡቅ ብኹልንትኡ ውሃ ዘበል ስብኣይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ከምዚኣቶም ዝኣመሰሉ ሰባት'ሲ ኣምጽእልና ድኣ!!
@teweldeberhane3211
@teweldeberhane3211 3 жыл бұрын
Good to hear the situation of Ato.Biniam. I remember him how handsom he was.He was not well i 1973. He was my neighbour. It was good to hear he is alive and safe with his family.
@weysebdekey5369
@weysebdekey5369 3 жыл бұрын
ኣቤት እዞም ሓላላት ኣቦታትና ክጥዕሙ። ካብዚ ናቶም ጥዑም ዕላልን ዋዛን ዶ ተፈሊካ ፡ ኣብ ዘይዕድሜካ ቛንቃ ዓዲ ጓና ክትመሃር ትሓርር! " ኣንበሳ ኢዩ ግዲ ሓሲብና ጸጉሪ ብጸግሪ ገይርና......" ዕድመን ጥዕናን ሓላላት ወለዲ
@tekletadese4049
@tekletadese4049 3 жыл бұрын
ፒቲ ኦፊሰር ቢንያም እናበልካ ጸዋዓዮ አቦናዩ ዘዕበየና BK እናበሉ ይጽውዕዎ ነሮም ዕድመን ጥዕናን ነቦና ቢኬ ንባህርዛፍን አደናንን ታደሰ፡ተኽለ እምባትካላ ሕጂ ጀርመን
@biniaminzemmo7994
@biniaminzemmo7994 3 жыл бұрын
ኣስሊ ዝኾነ ኣቦ ። ዕድመንጥዕናን ይምነየልኩም ፡ ሞኽስኹም ። ሓሪፍ ያኸ ።
@MB-gd1uw
@MB-gd1uw 3 жыл бұрын
ኣዬ ግርማ !!! ዕጥቂ ርአ:: ወተሃደራዊ ቁመና : ቆፍጣና ::
@habenyosief7801
@habenyosief7801 3 жыл бұрын
Proud of you uncle!!!
@hosanayonas896
@hosanayonas896 3 жыл бұрын
ኣቦይ ቢንያም እዚ ኹሉ ሰሓብን መሳጥን ታሪኽ ዕላል ስራሕኹምን ናይ ግዜ ንእስነትኩም ጻዕራምን ጻዕራም ኣብስራሕኹምን መሳርሕትኹምን ዘለኹም ኣኽብሮትን ምቑልሉን መንእሰይን፡ ሕጂ እዉን ኽብረት ላዛ ዕላልኹምን ንኹሉ ተገዲስኹም ዘዕለልኹምና ኽብረት ይሃብኩም ዕድመን ጥዕናን ምስ በዓልቲ ቢትኩም ዛፍ ምስ ስድራኹምን ።
@ea-vk8uq
@ea-vk8uq 3 жыл бұрын
Wowwwww brukat sedrabet naybhaki abnetawyan weledi Egziabher edmen teenan yhabkum. Almzawi Eyobelyu Nmkbar yebkekum. Btami mesaten meharen fekrawi zanta eyu. It is so blessing.
@hyabalem9134
@hyabalem9134 3 жыл бұрын
Waw baba binam shikor edimen tinan yihabkum amlak 🙏🇪🇷⚘
@hanasolomon7069
@hanasolomon7069 3 жыл бұрын
Yes missed Eritrea 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
@zidik313
@zidik313 Жыл бұрын
እዋይ ጡዑም እላል ኣቦይ ቢኒያም እድመን ጥዕናን ይሓብኩም ፈጣሪ ❤❤❤
@helentekle2822
@helentekle2822 3 жыл бұрын
ኣምላክ አድመን ትናን ይሃብኩም ምስ ሙሉ ስድራቤትኩም
@mikialem5005
@mikialem5005 3 жыл бұрын
Baba Biniam shikor I'm glad to see you & thank you for everything you've done to me during my childhood times. Always proud of you & your family specially mom "Zaff" long live Baba PO!!
@youandiarethebest1596
@youandiarethebest1596 3 жыл бұрын
እዋይ እዞም ኣቦ ክሕጉሱኻ, ዮናስ ውን ነመስግነካ ቀጽሎ
@teweldeberhane3211
@teweldeberhane3211 3 жыл бұрын
It is good to hear the situation of ato. Biniam. He was my noughbour, I remember 1973 how sick he was. GOD is gr
@nighistighebrekristos51
@nighistighebrekristos51 3 жыл бұрын
burukat ewe bhaqi kulatkum edmen tienan yhabkum deki Erey halaley 🇪🇷♥️♥️🌺🌺🍁🍁😘😘😘💪💪💪💪💪💪💪
@briktytesfay5898
@briktytesfay5898 3 жыл бұрын
Moderate and open minded father. Long live god bless you.
@selemawitoqbat2262
@selemawitoqbat2262 3 жыл бұрын
Im969
@yohannesghebreluul5824
@yohannesghebreluul5824 3 жыл бұрын
አዳለውቲ ኤርትራን ሜድያን ኔትወርክ ብጣዕሚ የድንቀኩም እቲ ተቅርቡልና ዘለኩም ፉልዩን መሳጥን ሐቀኛን ሰለ ተቅርቡ ክቅጽልን ክዕቀብን ብዓል ሙሉእ ተስፋ ኢና መስጋናና ወሰን ይብሉን ንኪድ ጥራይ ደቂ ኤረይ ብርሃን እዩ ቅድሜና ዓወት ንሐፋሽ!!!
@loveyouall1996
@loveyouall1996 3 жыл бұрын
ተናፋቂት ሃገር እያ ዘላትና ባባ ቢንያም!! ልክዕ ኣብዚ ዘለናዮ እዚ ስደት ውን ሃገርና ንናፍቅ ኢና ተናፋቂት ህገር እያ፡
@senaybelay937
@senaybelay937 3 жыл бұрын
I love baba binyam oh my God .deas zebil blesss you more
@maitemenai7307
@maitemenai7307 3 жыл бұрын
Such a lovely gentleman.
@hanasolomon7069
@hanasolomon7069 3 жыл бұрын
Wwwww God bless 👏 👏 👏 👏 👏 👏 👏 👏 👏 👏 👏 👏 👏 👏 👏 👏 👏 👏 👏 👏 👏
@eritreanabey5628
@eritreanabey5628 3 жыл бұрын
Amazing story.
@erilove7803
@erilove7803 3 жыл бұрын
Www abnetawi abo edme n tanan yhabkum. 🙏🙏💐💐💐
@habtukidane3178
@habtukidane3178 3 жыл бұрын
ጋዜጠኛ ዮናስ ኣቀራርባኻ ምስ ኣጋይሽካ ምቕልሉን ርዱኡን ተሃራፍን ምኻኑ ከስምረሉ ይደሊ በርትዕ ቀጽሎ ። ኣቦና በንጃሚን " ብንያም " ድማ ብኹሉንትንኡ ዝፍቀር ዝኽበር ዝናፈቕ ኮይኑ ረኺበዮ ፡ ምናዳ ምናዳ እታ ናይ መጎጎን ናይ ጾጉረ ኣንበሳ ምምሳልን ምዕባሌታት ምሕምባስን ክሳብ ዝነብዕን ዝልሕትትን ሲሒቐ ፡ ጻዕዳ ልቢ እዝግሄር ምሉእ ጥዕናን ዕድመን ይህብኩም ።
@weldat82
@weldat82 3 жыл бұрын
ዕላሎም ደስ ክብለካ
@stevenbloom5974
@stevenbloom5974 3 жыл бұрын
Beniam, wish you long life
@meselteklebrahan
@meselteklebrahan Жыл бұрын
ዋውው ብሓቂ ዘይጽገብ ዕላል ክቡር ኣቦና ቢንያም የቐኔልና Eritrean Midia Net work ካብ ልቢ ነመስግነኩም።
@Hager_hamassien
@Hager_hamassien 3 жыл бұрын
50 ዓመት ንድሕሪት መሊሶም ምስቲ ዝነበረ ግዜ ኣተኣሳሲሮምና ኣቦይ ቢንያም ምዕሩግ ሰብኣይ ወደስመራ ። ኬፍ ዘለዎ ዛንታ መሳጢ ቃለ መሕተት
@almazabraham7802
@almazabraham7802 3 жыл бұрын
Thanks Yonas you are showing us the human side stories. Very interesting and you really ask and lead good questions and you really listen too them. Please continue these kind stories that's what we need to listen. 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏
@habtomteklay8400
@habtomteklay8400 3 жыл бұрын
P.O . BINYAM WAS ONE OF THE MOST FAMOUS NAVY IN NAVAL BASE IN MASSAWA PORT. NICE TO HEAR FROM YOU. I AM THE SON OF CHIEF COOK TEKLAY Asgodom. I wish you long live.
@isseyerione2738
@isseyerione2738 3 жыл бұрын
I love this man respect Sir
@hanasolomon7069
@hanasolomon7069 3 жыл бұрын
God bless you
@eritreanabey5628
@eritreanabey5628 3 жыл бұрын
Yoni, you are doing excellent job. 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹🌹🙏🙏🙏🙏🙏👍👍👍👍
@stefanostemolso767
@stefanostemolso767 3 жыл бұрын
I know PO Biniam and his wife while I was in Massawa. I was even invited to his house one day with Teckie Tewelde/Panter. They are a loving couple which anyone can admire. Wush them good health and happiness wherever they are!!
@veronicasolomon1868
@veronicasolomon1868 3 жыл бұрын
So impressive and thank you for the amazing interview.aboy Biniam edmen teenan yehabkum fetari. Waiting for the second part.
@berhanearaya2086
@berhanearaya2086 3 жыл бұрын
Thank you Ato Biniam and W/ro Bahirzaf. Good to hear your love story. Bless your life and family. Deki Asmara xaEda. From far away Melbourne. Missing my city and my people.
@azebogbamichael7658
@azebogbamichael7658 3 жыл бұрын
Wow 👍🇪🇷
@habtamlbona9691
@habtamlbona9691 3 жыл бұрын
This is an amazing father with with inspir e of history
@mohamedshagarai1370
@mohamedshagarai1370 3 жыл бұрын
Well said
@gomida1552
@gomida1552 3 жыл бұрын
ኣቦይ ቢንያም ብጣዕሚ መሳጢ ታሪኽን ግሉጽ ዕላልን። ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኩም።
@hanasolomon7069
@hanasolomon7069 3 жыл бұрын
Wwww God bless 👏 👏 👏 👏 👏 👏 👏 👏 👏 👏 👏 👏 👏 👏 👏 👏
@agazitteweldemehariu9276
@agazitteweldemehariu9276 3 жыл бұрын
Wow, very an amazing story. Thank you for sharing yonas 🙏
@abelnegasi1828
@abelnegasi1828 3 жыл бұрын
Really entertaining, so humble and intelligent father, abona Biniam is a role model for many generations to come. Thank you.
@mohamedshagarai1370
@mohamedshagarai1370 3 жыл бұрын
Well said
@atakltielias
@atakltielias 3 жыл бұрын
Wow wow btaemi mesatin des zeblin elal , edmen tienan Baba Biniam kiwiqet hasibe hji hji gin ayfqedinu elomna, enteti work out mo mithhazu u thank you 😊 Ema all the best.
@tsigetesfamariam2159
@tsigetesfamariam2159 3 жыл бұрын
Live long life
@sanaytredae1406
@sanaytredae1406 3 жыл бұрын
Merehaba yonasi ikaa dahane mtiska abona dima aidimeni tianani yahabika betaame xibuki agalalita 👍🐪🇪🇷🐪🇪🇷🌟🇪🇷🌟🇪🇷🌟🇪🇷🌟🇪🇷🌟🇪🇷🌟🐪🇪🇷🌟🐪🇪🇷🌟🇪🇷🐪🇪🇷🌟🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻
@asmeromdermas9220
@asmeromdermas9220 3 жыл бұрын
God job guys.
@fifi758
@fifi758 3 жыл бұрын
It's lovely to see Baba PO Bineam , After long time he is a Hero and strong men . But you should ask him a photo with his motorbike👍 I wished Captan Ghirmay Tekeste Tekle was alive, They where the best and we lost most of Eritrean Hero's are RIP❤️❤️❤️
@Eri24882
@Eri24882 3 жыл бұрын
1975 -77 ኣብ ባጽዕ መሪናዮ ንቡዙሓት ኤርትራዉያን ረሺኖም እዮም እሞ ኣቦይ ቢንያም ብዛዕብኡ ንገሩና
@elenzere8nv253
@elenzere8nv253 3 жыл бұрын
Aseyyyyy edmen tanan yhabkum 🙏🙏
@hanasolomon7069
@hanasolomon7069 3 жыл бұрын
God bless 👏 👏 👏 👏 👏 👏 👏 👏 👏 👏 👏 👏 👏 👏 👏 👏 👏 👏
@danieltesfai9589
@danieltesfai9589 3 жыл бұрын
Yes he have a great personality
@berhaneghirmu8953
@berhaneghirmu8953 Жыл бұрын
ኣቐዲመ ሰላምታ ንኹሎም ተኻታተልቲ መደብኩም ፡ኣነ ኣብ ወጻኢ ሃገር ይቕመጥ ማለት ኣብ ኢጣልያ ፡ብዛዕባ ኣቶ ብንያም ኣብ ባጽዕ ከለኹ ይፈልጦም የ ፡ናይ ብሓቂ ስሞምን ጽርየት ልብሶምን ክሳብ ሕጂ ዘይ ርስዖ ምስናይ ትሕትንኦም ክሳብ ሕጂ ይዝክሮም ኣብ ሪስቶራንተ ወጋሕታ ብርሃን ሰላም ክብሉና ይመጽኡ ነይሮም ኩሉ ወዲ ባጽዕ ብስነስርዓቶምን ጽርየቶምን ከምኦም ክመስሉ ዘይትምነዮ ኣይነበርን።
@marriyasantana2914
@marriyasantana2914 Жыл бұрын
ብጣዕሚ እንበር ምቅሉሉ አነ ንመጀመርታ አብቲ ግዜ ዝራክዎ ደስ ዝብል ምስ ንእሺተይ ንእሺተይ ስለ ዝኮነ እየ ተቀባሊ ጋሻ ብትክክል ዘረድአካ 2 ዓመት ብምርአየይ ደሰታ ተሰሚዒኒ ተሓጉሰ ቻው
@elsamirach6680
@elsamirach6680 3 жыл бұрын
Edmen tenan yhabkum fetari 🙏❤️
@yowhanayowhanies8831
@yowhanayowhanies8831 3 жыл бұрын
መርሓባ
@amanuelhabtai6037
@amanuelhabtai6037 3 жыл бұрын
🌹🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@galere1670
@galere1670 3 жыл бұрын
❤❤❤👍God bless you both 🙏🙏🙏
@arushikorrrnegash5200
@arushikorrrnegash5200 3 жыл бұрын
ክክክክ ብታእሚ ጥዑም ዝኮነ ዕላል ስሓቢ ዝኮነ ኣቦ ዮናስ የቐንየልና
@andegebremichael8644
@andegebremichael8644 3 жыл бұрын
Nice thanx
EMN - ወፍሪ ጭርጭር ዓበደ - Eritrean Media Network
28:00
ERITREAN MEDIA NETWORK
Рет қаралды 35 М.
ፍቅሪ: እምነት: ተስፋ:ካብ ዘን ሰለስተ መን ትዓቢ
2:30:33
𝙜𝙚𝙣𝙞 𝙩𝙪𝙗𝙚 𝙘𝙝𝙖𝙣𝙣𝙚𝙡
Рет қаралды 198
OMG🤪 #tiktok #shorts #potapova_blog
00:50
Potapova_blog
Рет қаралды 18 МЛН
Incredible magic 🤯✨
00:53
America's Got Talent
Рет қаралды 46 МЛН
Пробую самое сладкое вещество во Вселенной
00:41
Wait for the last one! 👀
00:28
Josh Horton
Рет қаралды 145 МЛН
ብሪጋዴር ጀነራል ተድላ ዑቕቢት
41:07
Mosaic Bahli
Рет қаралды 177 М.
OMG🤪 #tiktok #shorts #potapova_blog
00:50
Potapova_blog
Рет қаралды 18 МЛН