EMN - ወፍሪ ጭርጭር ዓበደ - Eritrean Media Network

  Рет қаралды 35,784

 ERITREAN MEDIA NETWORK

ERITREAN MEDIA NETWORK

3 жыл бұрын

EMN - ወፍሪ ጭርጭር ዓበደ - Eritrean Media Network

Пікірлер: 103
@tsegaandemicael711
@tsegaandemicael711 3 жыл бұрын
The an amazing story and thank you for sharing EMN keep the amazing Job you do 👋👋👋🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@HAREGU1
@HAREGU1 3 жыл бұрын
ጹቡቂ ስራሕ ቀጹሎ ናይ ጀጋኑና ኩሉ ሓደ ብሓደ አምጻአልና 🙏❤️🇪🇷🇪🇷❤️🙏❤️🇪🇷🇪🇷❤️🙏❤️🇪🇷🇪🇷❤️🙏❤️🇪🇷🇪🇷❤️
@ezrakamari8123
@ezrakamari8123 2 жыл бұрын
I know Im asking randomly but does anyone know a tool to get back into an Instagram account?? I was dumb forgot the password. I love any help you can offer me
@elk5824
@elk5824 3 жыл бұрын
ኣጆኹም ቀጽልዎ በርብርዎ እግዚአቢሔር ይባርኩም ታሪኽና ጸጋታትናን ናትና ናይ. ባዕልና ንማንም ኣይንህብን ታሪኽና ንዑቁብ እምበር. ኣይንሸይ ጥን ::
@nevergiveup5521
@nevergiveup5521 3 жыл бұрын
1) ብጣዕሚ ደስ ዘብል መደብ ኣለኩም ቀጽሊዎ ። 2) መንእሰይ ንቃሕ ክንደይ በጽሒ መንእሰይ'ያ ስለ ኤሪ ረጊፉ እዛ ብደም ስዉኣትና ዝመጸት ሃገር ኣብ ዋጋን ዕዳጋን ኣይተእትዋ ።
@betawedadejegna7666
@betawedadejegna7666 3 жыл бұрын
ቭራቦ ሽሕ ግዜ ንህግደፋ ንቃዎሞ ንሃገርናን ታሪኽ ጃጋኑ ኣሕዋትናን ንነቀዝ ጁንታ ናይ ዓድዎ ኣሕሊፋና ኣይንህቦን ኢና ።
@nevergiveup5521
@nevergiveup5521 3 жыл бұрын
@@betawedadejegna7666 exactly bro
@erinabella5455
@erinabella5455 3 жыл бұрын
ታሪኽ ጅግንነት ኤርትራውያን ተቀዲሑ ዘይውዳእ ፈልፋሊ ማይ እዩ: አቤት ስረ አናብስ ደቂ ኤረ: ዘልአለማዊ ዝኽሪ ንስውአና : ዓወት ንሓፋሽ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪
@hagerdawit8707
@hagerdawit8707 3 жыл бұрын
Xubuk xirah!! Jeganu yehwatna bakatkum nkorie.. Awet nzelalem n hzbi ERITREA👋👍
@semereberhe5197
@semereberhe5197 3 жыл бұрын
ዘይተነግረ እምበር ዘይተገብረስ የለን!!!!!!!!!!!!
@fthawitmengstab7906
@fthawitmengstab7906 3 жыл бұрын
እዋይ መስኪናይ ህዝቢ እዚ ኩሉ ሽግር እንዳወረዶስ ዘይጽዓድ መዋዳድርቲ ዘይብልካ ጅግና ኣምባሳደር ኢኻ 2💪💪💪💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💋💋💋💋💋❤❤❤❤❤❤
@elk5824
@elk5824 3 жыл бұрын
ጀጋኑ ደቂ ኤረይ ታሪኽኩም ነባሪ ዩ ሞት ኩሉ ሰብ. ይመውት ዩ ናትኩም ሞት ግና ሓበን ክብረት ዩ. ኩሉግዜ ኣብ ልቢ. ነብሲ ወከፍ. ኤረትራዊ ተዋሓሓዱ ዘሎ. ታሪኽኩም ንዘላኣለም. ክነብር ዩ, ኣብዛ ክብርቲ ዛንታ ናይ. ጀጋኑ :ናይ ስው እቲ ሰፍያ ደበሳይ ባዕ ላ ዘዕለለትኒ ዛንታ ልብኻ ዝትንክፍ ንኻላኣይ ግዜ. ብሰፊሑ ዝርዝር ከተዘንትዉልና ዘብቃዓኩም ንእግዚኣቢሔር የመስግኖ::ንስውእቲ ሰፍያ ደበሳይ, ዛንታኺ ሰሚዔ, እሞ ናፍቀኺ ምበልኩዋ! እዞም. ሰማእታትና እግዚኣቢ ሔር ንዘላኣለም ኣብ ብርሃን የስፍሮም ስለ ሃገር. ስለ ህዝቢ ስለ ብርሃን ናጽነት ኢሎም ዝሓለፉ. ሓላላትና ጀጋኑና ወትሩ ኣብ ልብና አለው ዘላኣልማዊ ዝኽሪ ንሰማእታትና ዓወት ንሓፋሽ!!
@saraestifanos5044
@saraestifanos5044 3 жыл бұрын
ዕዲመን ጥዕናን ይሀብካ ጂግና ዉዲ ኤሬይይይይ ካብዞም ዓጀውጀው ዝብሉ ዕስባት ወያነ ዝነበሩ ሕጂ መእተዊኦም ጠፊእዎም ዘሎ የዲሕነና ❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️✝️🙏🏾
@berhanetewolde3247
@berhanetewolde3247 3 жыл бұрын
ታሪኽ ኤርትራውን ኤርትራን ተቐዲሑ ዘይውዳእ ልክዕ ከም ባሕሪ ኢዩ።
@eritreatebareki4750
@eritreatebareki4750 3 жыл бұрын
ብሐቂ ብሩከይ ተባረክ እግዚአቢሄር ይመስገን ስለ ኤርትራን ህዝባን
@tesfana
@tesfana 3 жыл бұрын
ታሪክ ብሔረ ትግርኛ ኢዩ ናይ ማንም 9 ብሄር ዶ ዶ ገለ ዶ ኢልኩም ታሪክ ኣቦታትና ኣይተባላሽዉ።
@arayated5608
@arayated5608 3 жыл бұрын
ጅግንነት ኤርትራዊ! ኤርትራ እዚ እዩ ተኽፊክዋ ደቂ ኤረይ:: ንልዘብ ንስመር ሕድሪ ስዋኣትና ነኽብር :: ዓዉትንሓፋሽ! ዘልኣለማዊ ዝኽርን ክብርን ንጀጋኑ ሰማእታትና!!!
@musazghiasfha8361
@musazghiasfha8361 3 жыл бұрын
MerhabAa deqi eri 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️🐪🐪🇪🇷
@marybrhan4922
@marybrhan4922 3 жыл бұрын
thanks keep sharing the history and but /write it in book thanks for all of u eritrean .
@tehabenhizbey4778
@tehabenhizbey4778 3 жыл бұрын
ጅግንነትን ተወፋይነትን ዓቕሊ ኤርትራውያን ኩሉግዜ ዘገርምን ኣብነታውን እዩ። ሕጂ ከኣ ነዚ ጅግንነት ዕሽሽ ኢሎም ብዝተፈላለዩ መሽቀጢ ኣስማት ዕሱባት ቀንዲ ጸላእትና ክንርኢ የሕፍር። ብጀጋኑና ከኣ ንኾርዕ። ክድዓት ደቂ ሀገር ሕጂ ዝተጀመረ ኣይኮነን።
@biriktihaile5499
@biriktihaile5499 3 жыл бұрын
ዬኒ ሓወይ ትገብሮ ዘለኻ ታሪኽና ምስናድ ቀሊል ኣይኮነን እዚ ካብ ባሕሪ ብጭልፋ እዩ ጌና ብዙሕ ተሪፉ ኣሎ ዘይተሰነደ : ኣነ ዘጉህየኒ ሓደ ተጋዳላይ ተሰዊኡ ክሰምዕ ከለኹ ኣዝየ ይጉህይ ምስኡ ዘይተኣደነ ታሪኽ ገድልን መስገደልን ሒዙ ይኸይድ ይጉህይ እሞ ዬኒ ሓወይ እዞም ጀጋኑና ተጋደልትና ሓፋሽ ውድባትና ተጋይኹም ብጽሕዎም ብጾትና ተዛረቡ ኢልኩም እንተዘየገዲድክሞም ድዛረቡ ኣይኮኑን ዬኒ ሓወይ ኣብ ስራሕኩም ዓወትን ኣሳልጦን እምነየልኩም ዘልኣለማዊ ዝኽርን ክብርን ንሰማእታትና
@yafetyafu7551
@yafetyafu7551 3 жыл бұрын
ፍሉይ ጅግንነት ህዝባዊግንባር እሳተ ጎመራ
@mulieande6205
@mulieande6205 27 күн бұрын
ኣቤት ጅግንነት !!
@yowhanayowhanies8831
@yowhanayowhanies8831 3 жыл бұрын
መርሓባ ደቂይ ሓደ ልቢይ
@hizbawiginbarginbarghinda3872
@hizbawiginbarginbarghinda3872 3 жыл бұрын
Awet N'Haben Hager Shabiyawian Eritrea!
@merhawitkue5389
@merhawitkue5389 3 жыл бұрын
Selam selam deki eri
@michlebrae8403
@michlebrae8403 3 жыл бұрын
Selam deqi Eriy eritreawi hemot aede welida tmkeni aniho tarikomi nebari zelaelemawi zkiri nsiwaetna wetru aewet natka hzibeyi🇪🇷💗♥️❤️💗♥️❤️💗♥️💗🌷🌹🥀👍
@yerusalemmihreteab3695
@yerusalemmihreteab3695 3 жыл бұрын
ስሌ ኤርትራ
@kdstimesfn1059
@kdstimesfn1059 3 жыл бұрын
Btaimi mesatsn mharn hakeja tatikk bjeka btegadalay eritrea ab alem ksrahn kktrekን ziey kal adenakn ageramn srah. kbrin mogosn nswatnaን snkulatnan nkulom waga zkefelu hayltat mklkan warsayn Eritrea .Tarik tegadalay eritrea 100% bkulu maeznat wala ab snieman flmn asenika ktrekk nreielu gzien ewann kmexe balti mlue tesfan dlietn iye ♥️💚💛💙
@peterouswoldeselassie8581
@peterouswoldeselassie8581 2 жыл бұрын
This are my two brothers first cousin Aberha and azbeha
@fessehayehaile6244
@fessehayehaile6244 3 жыл бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቕን ሓጋዝን ንንኡስ ወለዶና ዩ። እብዚኣ ግን እተን ኣዝዩ ዕዙዝ ተሳትፎን ቀንዲ መስመራትን መበገስን ንከተማ መንደፈራ ዚበዝሑ ውፉያት ሓፋሽ ውድባት ዝነበርዋ ኣብ ተሳትፎ ናይ'ቲ ኣብቲ ክግለጽ ዝጸንሐ ተሰላሚት ወርቂ መዳልያ ዚነበረት ዓዲ ነዊሕ-ዝባን ወላ ውን ቤት ትምህርቲ ቀያሕቲ ዕንበባ ከይ ተረፈ ዝነበራ ደኣ ሸፈፍ ኢልኩማ እምበር።
@girmaadebo4768
@girmaadebo4768 3 жыл бұрын
ሰላም ሓው። ነውሕ ዝባን ምስ በልካ ብዙሕ ነገር እየ ዝዝክር። ኣነ ኣብ ቅናፍና ካብ ዝነበሩ መምሃራን ቤት/ ትምህርቲ ሰውራ እየ። ካብዚ ከበባ ከነምልጥ ካብ ቅናፍና ተበጊስና ፡ እዚ ክዝንቶ ዝጸንሐ ጉዕዞ ሓሊፍና ብማይ ሰራው በቲኽና ድብያ ጸላኢ ሰጊርና ሓሊፍና። ከምቲ ዝበልካዮ ካብ ነዊሕ ዝባን ሓንቲ ተማሃሪትና ዝነበረት ቅልዓ ጓል 10 ዓመት ኣቢላ ትኸውን እንዳ ጎየየት ምጺኣ ኣምሓሩ ይመጽኹም ኣለዉ ኢላትና፡ ኣብዛ ፍጻመ እዚኣ ኣይኮነትን። ጸላኢ ብዙሕ ግዜ ኢዩ ዝወፍረና ኔሩ። ህዝቢ እቲ ከባቢ ግና ስድራና ሓብሓቢና እዩ ኔሩ። ብኸመይ ንራኸብ ድሃይ ናይ ተምሃሮናን ህዝብናን ኩሉ ግዜ ኣብ ኣእምሮይ ይመጸኒ።
@fessehayehaile6244
@fessehayehaile6244 3 жыл бұрын
@@girmaadebo4768 ኖ ጸገም የለን። ኣነ 'ኳ ኣብቲ ሽዑ ግዜ ንእስቶይ የ ነይረ እንተኮነ ግን ቀቁሩብ ተዘክሮታትን ብዛንታ ዚሰምዖን ኣብ ሓንጎለይ ስለ ዚመላለስንን የ። ብ Facebook fesseha haile elka kinrakeb nkiel ena ወይ ድማ ብ email fessehaye.haile@gmx.de ኢልካ ጸሓፈለይ። ወድሓንካ ሰሰናዩ ክቡር ሓው።
@girmaadebo4768
@girmaadebo4768 3 жыл бұрын
ኣብ email ጽሒፈልካ ኣለኹ።
@samsomwedieri447
@samsomwedieri447 3 жыл бұрын
እዋይ ስጋ ኣደይ መራሕትን ተጋደልትን ህግ ዝነበሮም ትብዓትን: ብልሕን እኮ ንበይኑ እዩ ዝገርመኩም ክምዛ ምስኦም ዘለኩ ልበይ ብኣፈይ ክትወጽእ ደልያ ጸኒሓ ክብሪ ንዓኩም ስዉኣት ኤርትራ ብደቃ ነጻ ዝወጸት ሃገር እንታይ እሞ ወዲ መድህን በራድ እንዶ እሞ ይጻወተልና ኣሎ🇪🇷🥰🇪🇷❤🇪🇷❤።
@tsighehanaghebreyesus1366
@tsighehanaghebreyesus1366 3 жыл бұрын
Merhaba
@merebr1404
@merebr1404 3 жыл бұрын
ኣብ ግዜ ብረታዊ ቃልሲ ጽፉፍን ብሉጽን ኣወዳድባ ዝነበሮ ዉድብ ኣብ እዋን ናጽበት ፋእ ኢልዎ ክትርእይ ስግንጢር 'ዩ ።
@tekleafewerki5083
@tekleafewerki5083 3 жыл бұрын
Eritrean 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯
@hybirdgenetic7096
@hybirdgenetic7096 2 жыл бұрын
ኣየ ጅግንነት ኣደ ወሊዳ ትምከን
@tesfitkubrom8730
@tesfitkubrom8730 3 жыл бұрын
Ahhhhhhh hagherey eri
@zereghebreyohannes3040
@zereghebreyohannes3040 3 жыл бұрын
🇪🇷👍
@luwamnatey245
@luwamnatey245 2 жыл бұрын
𝑬𝒓𝒊𝒕𝒓𝒆𝒂𝒏 𝒛𝒂𝒚 𝒏𝒊𝒏𝒂𝒌𝒊 𝒎𝒆𝒔𝒂𝒓𝒂𝒕𝒂 ♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@zemenesigntir1736
@zemenesigntir1736 2 жыл бұрын
Anabbka btaemi keltifu
@abdelletifmuhammed836
@abdelletifmuhammed836 3 жыл бұрын
መደብካ ኩሉ ጊዜ መሳጢ ኢዩ ኣበርቲዕካ ቀጽሎ ኢኻ ክቡር ሓዉ
@mhrettesfagergish3888
@mhrettesfagergish3888 3 жыл бұрын
good job EMN kexiluwo deki Erey Eza mexhaf kya 17 dekayek dagmay tehatima do ? Ab kulu botatat stationery bet mexhafty hatite seneya. Abey knrekba nkel?
@tesfitkubrom8730
@tesfitkubrom8730 3 жыл бұрын
Kkkkkkkkkkkkkkk hizbi eritrea yetef alo mxhf nay hizbawi gnbar Mafia nay hasot eyu history nay Eritrea behj kxhf eyu
@wt2187
@wt2187 3 жыл бұрын
@ mhret tesfagergish kya 18 dekayek, not 17, mes nay akebrot😊
@mussiemehari9168
@mussiemehari9168 3 жыл бұрын
Sami ayqeltefkan dea
@jonimssawagodfirst8700
@jonimssawagodfirst8700 3 жыл бұрын
Tarikina Tarik Abotatina
@ta-sy6up
@ta-sy6up 3 жыл бұрын
Aywo kinday helefu
@amikiassamuel9060
@amikiassamuel9060 3 жыл бұрын
Iseyas gebre ni eritrawyan commando merihu sembel 33 neferti zekatsele harbena ab kiya 18 dekayik alo zantue nay mewedaeta tebae sebay Ab akeleguzay you bikedeat teketilu tezeytegagye
@tekliazeregabir1159
@tekliazeregabir1159 3 жыл бұрын
Ezi du kiya 18 dekik zimerhe abeyet meanta ade welida timken gin rigxena dika esu du
@amikiassamuel9060
@amikiassamuel9060 3 жыл бұрын
Teklia Zeregabir tikikil ember teklia Ab eritrean commando alatika shimu mihretiab gebre gin Abty sirihit iseyas you eta metshaf teambibkaya Tsebuk wey kea Ab you tube alatika Behakie ye temesite bezi jigna bifilay Ab rete mes betsihu etom 2 mengedi zihibru mes tefue binatu wusane kem behadish wedibu yetiyiwom
@tekliazeregabir1159
@tekliazeregabir1159 3 жыл бұрын
@@amikiassamuel9060 naybihaki jignayu malet ekoyu yekeniyeley sile haberetaka kubur hawey
@user-ne6py7zo3n
@user-ne6py7zo3n 3 жыл бұрын
@@amikiassamuel9060 ሰላም ክቡር ሓው እዚ ቅያ 18 ደቂቅ ድርሰት ናይ ኢሰያስ እዩ ካብ ሓቂ ዝረሓቀ እዩ ዝብል ጽሑፋት ኣንቢበ ኣለኩ እሞ እዞም በለልቲ ታሪክ ከይበላሽውልና እቶም ጽቡቅ ኣፍልጦ ዘለኩም ነቶም ከሓቲ ዓገብ ክትብልዎም ሓደራ ይብል ኣነ ንኡስ ዕድመ ስለ ዝኮንኩ ከድምዕ ስለ ዘይክእል እቶም ሰብ ታሪክ ውጹ ኣፎም ኣትሕዝዎም ክብል ይፈቱ
@amikiassamuel9060
@amikiassamuel9060 3 жыл бұрын
Teame tesfay Tsebuk aloka kiya 18 dekayk mewedadirty albo Emo kea binay hade siwue zitefetseme nay commando sirihit wela ety sirihit bi kubur jeneral sebhat yimerah ember kendi nayty sirihit halafi mihretiab gebre wey bi iseyas yifilet malet ezom kehadity tinfer aytinfer telya ziaynet akayida alowom ember hizbawi ginbar mewedadirty keman yebilun eziom asmara endatedebdebet hizbi tigray yikitel alo elom selfi zigebru beal shilet yom bizikone ajoka tsegem yelen
@HAREGU1
@HAREGU1 3 жыл бұрын
🙏❤️🇪🇷🇪🇷❤️
@mannyseretse
@mannyseretse 2 жыл бұрын
ኣብ ኣድግና እንዳ ኣቦይ ባይራይ ወልደሚካአል ኢዩ። ኣብ እንዳ ኣባሓጎዩ ገዛ ኢዩ። ብሑጋ ሰለዘመጹዎም ባዓል ጋል ሙሕጹን ብ መድሪ ቤት ወጺኣ ኣንዳ ግራዝማች ሰረጸ ኣትያ ን። ናይ ዓባየይ ኽዳን ተከዲና። በጣዕሚ ፈታኒ ለይቲ ነይሩ። ዕባየይ ክፈትዮ ኢሎማ ዓባየይ ቀደስ ኣነ ዓየነ ሰውርቲ ኢየ ኢላቶም። ገዛ ከነንድ ዶ ኢና ኢለማ። ደላይኩም ገበሩ ኢላቶ፡ ካባኡ ፈሪሖም ሃዲሞም ከይዶም። እቶ ዝመጹ ወዶ፡ገባ ካብ ከባቢ መንደፈራ ኢዮም። ኣብታ ኩነታት ዝነበረት ተበርህ ባይራይ ኣብ ኣሰምራ ኣብ ትሕቲ ፎርቶ ሰይቲ ተከስተ ከቢድ በረት ። እንተ ሓቲትኩማ ሙሉእ ሓበሬታ ከትህነኩም ትክእል ኢያ። እቲ ሱዉእ በ ባርኖስ የፍለጥ ኢዩ።
@hagoskiflezgi6370
@hagoskiflezgi6370 2 жыл бұрын
15 minutes ago እቲ ታሪክ መቀረት ምሃለዎ ኔሩ ክፍሊ ህዝቢ ኣባል ጸጥታ ባዶ 7 ዝነበረ ቢሂወት ኣሎ ኣብዚ ሲሪሒት እዚ ኣዛዚ ዝነበረ ብፍላይ ነተን ኣግማል ዕጥቅን ስንቅን ዝሓዛ ብመንጎ ጸላኢ ካብቶም ኣሲሊኮም ዘውጹኡ ቢሂወት ኣሎ ተስፋኪኤል ጊደ (ባህራም ) በዓል ዓዲ ደበን ኣብ ሽወደን ኣሎ በጃኩም ኣቅርቡልና
@hagoskiflezgi6370
@hagoskiflezgi6370 2 жыл бұрын
ክትምስገኑ ይግበኣኩም ብዛዕባ እዚ ታሪክ ተቅርብዎ ዘለኩም ግን ሓደ ኣቦና ኣሎ ኣብ ሽወደን ተስፋኪኤል ጊደ (ባህራም ) በዓል ዓዲ ደበነ ኣብዚ ስሙ ይጥቀስ ኣሎ ብኣካል ኣብ መደብኩም ኣቅሪቢኩም እተ ተዘራርብዎ ብጣዕሚ ጽቡቅ ኔሩ።
@zeratsiontesfayweldemichae8094
@zeratsiontesfayweldemichae8094 3 жыл бұрын
Swe mhretab gebre kabtom bGgntomnblhatomn nzelalem knzkrekum ena zelalemawi zkri nswatna
@sdetech4428
@sdetech4428 5 күн бұрын
Kmey emo gb etetibulo kemey tsibuq neru kem alemna mneberna hasewti
@siraksiku8186
@siraksiku8186 2 жыл бұрын
ተጋዳላይ ምሕረታብ ገብረ ( ኢሰያስ ) ቅያ 18 ደቃይቅ ዝተሳተፈ ድዩ ሓቀይ? ታሪኹ መሲልኒ ተሃጥየ ጸኒሐ ግን ኣይኮነን።
@shabaymender9126
@shabaymender9126 2 жыл бұрын
Yes
@eritreanchannel1410
@eritreanchannel1410 3 жыл бұрын
Resihat hji ke tiumuwa diu
@senayeri433
@senayeri433 3 жыл бұрын
ታሪኽ ከዳዓት ክተርፍ የብሉን ልዕሊ ጸላኢ ጸላኢ ዮም፡ ደቆም ውን ይቕጽሉዎ ስለ ዘለዉ
@wiseman2732
@wiseman2732 3 жыл бұрын
ኤረትራውያን ጀጋኑ እዚ ኩሉ ቅያ ሰሪሖም ዶ ሕጂ ሃገርናን ህዝብናን ኣብዚ ደረጃ ምወደቕና ውርደት ዩ።
@TEKLIT185
@TEKLIT185 3 жыл бұрын
መዓስ ድኣ ኢኻ ብዛዕባ መጽዓ ህዝብና ትዛረብ?
@user-zm3tq7ej9j
@user-zm3tq7ej9j 3 жыл бұрын
ልሙስ ድኑስ ዓጊን
@jklmnk9596
@jklmnk9596 3 жыл бұрын
Lemsus mekbex adiu.. Eska meas ika sebay tekwen Humshush sebytay...
@tesfitkubrom8730
@tesfitkubrom8730 3 жыл бұрын
Hizbawi gnbar Mafia Entay emo rekibu kabakum hizbi eritrea menessey eritrea
@alganeshkelati9124
@alganeshkelati9124 3 жыл бұрын
Junta game ovet
@tesfitkubrom8730
@tesfitkubrom8730 3 жыл бұрын
@@alganeshkelati9124 what is your headache? Am writing the facts
@alganeshkelati9124
@alganeshkelati9124 3 жыл бұрын
@@tesfitkubrom8730 መን ካብ መን አንታይ ክረክብ? ተጋደልቲ ህዝባዊ ግንባር አዮም ህዝባዊ ግንባር ከኣ ተጋደልቲ አዮም, ናይ ጁንታ ሽርሒ ከተማሉኡ ትገብርዎ ኩሉ ፈሽሉ አዩ።ከም
@alganeshkelati9124
@alganeshkelati9124 3 жыл бұрын
@@tesfitkubrom8730 ከም በዓል ንሰኻትኩም ናይ ታርኽ ሓተላ ።ን ወያነ ኣሻዲንኩም ብ ቐጻሊ ወራር ከም ዘካዪድ ገርኩም።ማሕበራዊ ፍትሒ ቀልጢፉ ከይነግስ ዕንቅፋት ኮይንኩም ኢኹም።ናይ ወያነ ኣጀንዳ ከተማሉኡ።ሕጂ ግን game over
@alganeshkelati9124
@alganeshkelati9124 3 жыл бұрын
@@tesfitkubrom8730 I do not have headache. Why would I have? After all, When you and your boss junta become history ,the horn of africa is breathing clean air.
@sebkbur6019
@sebkbur6019 3 жыл бұрын
እንታይሞ ብደም ንጹሃት ተንቤኖት ዝነግሱሉ ጠላማት
@hanaphoto1646
@hanaphoto1646 3 жыл бұрын
ወይ ግዜ ሕጅ ውን ጢሚት ሞት ጭቆና ሃገር 50 ዓመት ንድሕሪት ከይዳ ሞይታ እንታይ ትብል ኣለካ ናይ ሕጅ ተዘንቱ ኣለካ)))
@hagerdawit8707
@hagerdawit8707 3 жыл бұрын
Haftei ezi tarik yehwatnan abotatnan eyu mealtawi kinxemo zeydekmena hagerawyan alen emo entezeydelikyo aytxmeyo. Please Alutawi zkone comment aytxhafu.. Wey kea betexeb Junta eki??? 😢
@solomonhaile8418
@solomonhaile8418 3 жыл бұрын
@Hana Junta, Ayenay elkiyo eski dea.😁😁😁🤺🤸‍♀️🤸‍♂️ kidi nab godagudki mstom ayatatki Ghibresodomawian Weyenti, fekkertti🤮haddemtti🤺->🤸‍♀️🤸‍♀️🏃‍♂️👈🏌️‍♀️😂😂😁
@alganeshkelati9124
@alganeshkelati9124 3 жыл бұрын
Game over junta
@isayasambasager2453
@isayasambasager2453 Ай бұрын
WXIY ANTIY SHARMUTA RESAH GALA WOLDEGEBA TEREF MEREF DERGI ENTAY AFLIXKIY DENQORO
39kgのガリガリが踊る絵文字ダンス/39kg boney emoji dance#dance #ダンス #にんげんっていいな
00:16
💀Skeleton Ninja🥷【にんげんっていいなチャンネル】
Рет қаралды 7 МЛН
Now THIS is entertainment! 🤣
00:59
America's Got Talent
Рет қаралды 36 МЛН
БОЛЬШОЙ ПЕТУШОК #shorts
00:21
Паша Осадчий
Рет қаралды 11 МЛН
Eritrean New comedy ማግኔት  5 BY DAWIT EYOB 2021
35:01
Ediyat Entertainment (እድያት እንተርተይመንት),
Рет қаралды 672 М.
EMN - ወዲ ጎማ ኣብ ናቅፋ- Eritrean Media Network
14:30
ERITREAN MEDIA NETWORK
Рет қаралды 36 М.
ኣይንፋላለ ብ ኣለምሰገድ ተስፋይ | ሓምሻይ ክፋል
42:33