EMN - ጸሓይና ( Tsahayna ) Samuel GebreAdonay - New Eritrean Poem - Eritrean Media Netwrok

  Рет қаралды 132,700

 ERITREAN MEDIA NETWORK

ERITREAN MEDIA NETWORK

3 жыл бұрын

EMN - ጸሓይና ( Tsahayna ) Samuel GebreAdonay - New Eritrean Poem - Eritrean Media Netwrok

Пікірлер: 854
@solomonmebrahtu7113
@solomonmebrahtu7113 3 жыл бұрын
ዓሽ ያሆ ። ብሓቂ ጸሓይ ኤርትራ ደሚቓ በሪቓ ።ተዓወት ሳሙኤል ።
@selam8217
@selam8217 3 жыл бұрын
የቐንየለና ዘሐወይ ፀብቅ ወዲ ሐላል መሬት ቀጸሎ ንስራሕን ትምህርት ንቅድሚት ንስጕም ተጠርኒፍና ደቅ ዓደይ መዓረይ የቀንየልና ዝሐወይ ብጣዕሚ'ዩ ፀብቅ ወዲ ሐላል መሬት ቀጸሎ ንስራሕን ትምህርት ንቅድሚት ንስጕም ተጠርኒፍና ደቅ ዓደይ መዓረይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@user-es3qc1mm7b
@user-es3qc1mm7b 3 жыл бұрын
መግለጺ ስኢነልካ ኮ በቓ ክብሪ ንሰማእታትና ዓወት ንሓፋሽ! THE FUTURE IS REALLY BRIGHT 🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷
@yodittesfeaye9674
@yodittesfeaye9674 3 жыл бұрын
በጣም ደስ የሚል ግጥም ነው ሳሚ እግዛብሔር እድሜና ጤና ይስጥህ ።
@thanksgodforeverything4156
@thanksgodforeverything4156 3 жыл бұрын
AMEN sweet
@barkariver4569
@barkariver4569 3 жыл бұрын
Wuta wsha adg amhara.
@user-qv6om2zl9h
@user-qv6om2zl9h 3 жыл бұрын
@@barkariver4569 ቆንዳፍ
@genet77
@genet77 3 жыл бұрын
ERTRE dedbtttt
@tirhasrussom885
@tirhasrussom885 3 жыл бұрын
Nay bhaki xehayna berika enkae hagosena deki Erey mearey. 💓💓🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@gerrywelde3753
@gerrywelde3753 3 жыл бұрын
Wow thank you so much sons Eritrea I love you forever and God bless you forever Amen ❣️❣️❣️🙏🙏🙏
@mehretwoldai9237
@mehretwoldai9237 3 жыл бұрын
እድመን ጥዕናን ይሃብኻ ናተይ ናይ ሃገረይ ጀግና ደዉ በለለይ።
@sabatekle2084
@sabatekle2084 3 жыл бұрын
Sala tnatkum jeganuna
@amananbeza
@amananbeza 3 жыл бұрын
Kem kemey dena Enhna daki eri xada eritrean media Prefect game over
@habtezghitesfaldet7640
@habtezghitesfaldet7640 3 жыл бұрын
ሐቂ ብሐቂ ጸሐይ ሐቂ በሪቃ ደሚቃ!ጸሐይ ጥልመት ድማ ኣብ ደልሃመት ተደቅዲቃ! ብሉጽ ስራሕ ከም ወትሩ !ንበር ህጠር ወዲ ኣዶናይ!
@abadihadush3276
@abadihadush3276 3 жыл бұрын
ኣታ ወዲ ተረፍ ኮንደም
@natsnettsegai3078
@natsnettsegai3078 3 жыл бұрын
ኣገናዕ ኣገናዕ እወ እንቃዕ ተሓጎሰ ዝሰረሐን ዝጸነዐን። ሳሚኤል ናይ ብሓቒ ጸሓይና መሊኣ በሪቓ ህዝቢ ኤርትራ ዝዕወት እካ ክዕምጽዎ ጥራሕ ስለመጹ እዩ ኣብ መትከሉ ከም ዝጸንዕ ይገብሮ ነዚ ዘይርዶም ግን ግዚኦም በልዖም ግዜና በሊዖምልና፣ ተበሊዖም ደኣ መወዳእቱኡ እምበር። ዝምስገን ስራሕ ዕድመን ጥዕናን ሳሙኤል ይሃብካ።
@habtayare8949
@habtayare8949 3 жыл бұрын
Sami jigna akrikani awet nfafash🇪🇷🇪🇷🇪🇷⛪🕌⛪❤️
@asebentertainment1483
@asebentertainment1483 3 жыл бұрын
2021 ምዓልቲ ናጽነትና ኣብ ባድመ 🇪🇷 ክውዕል ኣለዎ ትብሉ ሕቡናት Like
@weledjelhanti3790
@weledjelhanti3790 3 жыл бұрын
Abshir Jigna 🇪🇷
@eriasmara2744
@eriasmara2744 3 жыл бұрын
Yes,I agree.
@helenasmerom1582
@helenasmerom1582 3 жыл бұрын
Yessssss would be 👍
@mulugetatekhlemariam2287
@mulugetatekhlemariam2287 3 жыл бұрын
Kkkkkkk iba izia iba tsbkti wawwwww bel ndalo kkkkk
@senay1962
@senay1962 3 жыл бұрын
*K'Kown Eyu kemey Zeykown Bro*
@user-cp1rv7ky1e
@user-cp1rv7ky1e 3 жыл бұрын
ክክክክክክ እንካዕ ኤርትራዊ ኮንኩ ናይ ብሓቂ ኩርዓት ኢዩ እንባሕ በል ወዲ ሓላል መሬት🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🏘🏣🏬🏯⛪🕌
@fn7619
@fn7619 3 жыл бұрын
ኣሰይ ኣንታ ንስኻስ ክንድሽሕ መስጣ ይከኣሎን ዋርሳይን ደም ኣበይ ክሰዶም ብኽፉእ ጠፊኦም ክብረት ይሃበልና ሳም ሓውና ዓወት ንሓፋሽ .💯💯💯💯💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️♥️♥️
@genet77
@genet77 3 жыл бұрын
Wy hfrt atum srkty
@letebrihanbrihane6816
@letebrihanbrihane6816 3 жыл бұрын
God bless Eritrea and Eritreans Amen Amen Amen 🙏💚❤💙👍
@Eritrea91245
@Eritrea91245 3 жыл бұрын
♥♥♥♥🇪🇷🇪🇷🇪🇷🍾🍾🍾🌺🌺🌺🌷🌼🌼🌼💐💐🎈🎈🇪🇷🇪🇷🇪🇷,ጻሓዮም ህልም ኢላ ጻሓይና መሊኣ በሪቃ ዳግም። ታዓወት ኤርትራውነት ኩሉግዜ ሑቡን ብሩኽ ቅንያት ልደተክርስቶስ ፈረንጂ ኣኣብ ዘሎናዮ ኩርናዓት ዓለም ፡ኩልካ ሃገርካ ተፍቅን ትናፍቅን ኤርትራ ቢኤትራውያን ክብርን ታሪኻን ዝሕበን ላይክ ከይገበረ ከይሓልፍ ኣብ ዘሎክሞ ኩርናዓት ዓከም ሰላም ይሃበኩም ኣብ ሃገር ዘሎኩም ኣብልብና ሰፈርኩም፡ ሓያልን ዉዕዉዕን ናፍቂታዊ ሰላምታይ ንኩቡር ሓይልታት ምክልካል ሃገርና ኣብጻሓለይ ዛኮመንት ተንብብ ምንስትሪዜና🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥♥🇪🇷🇪🇷
@yoditsemere9427
@yoditsemere9427 3 жыл бұрын
ሓበን ሃገር ጅግና ስነጥበባዊ ክብሪ ይሃብካ፣ ጸሓይና መሊኣ በሪቃ ንዓኻትኩም ሒዝና ቅሰኑ ሰማእቲ
@weldenegodguad4974
@weldenegodguad4974 3 жыл бұрын
ኣንቲ ዓጣሪት ሽም ስዉኣት ኣይተራኽሲ.......
@electric6383
@electric6383 3 жыл бұрын
@@weldenegodguad4974 weylkey junta junta R. I. P
@weldenegodguad4974
@weldenegodguad4974 3 жыл бұрын
@@electric6383 ኣንታ ወዲ ዓጣሪት ድቃላ ካርነሽም: መዋእልካ ናይዞም ኢትዮጵያዉያን ጎይቶትካ ቃላት ክትደግም ንጉድጓድካ ክትኣትው ቀሪብካ? በል እዞም ኢትዮጵያዉያን ዋናታትካ ኣይተ ኢሳያስን ኣብይን ተጣላሊሞም ኣለው እሞ እንቋዕ ሓጎሰካ::
@user-rf3ip7ks8v
@user-rf3ip7ks8v 3 жыл бұрын
@@weldenegodguad4974 aye rip xbah hamed dbe nay hwhat xbah frqi mealti eyu megal tegombahi nay debrexion
@banatesfay1189
@banatesfay1189 3 жыл бұрын
@@weldenegodguad4974 ata dqala qofqaf lemani agame kid adwaka wedza felfali anqaquho buda
@selehaile3895
@selehaile3895 3 жыл бұрын
ኣቤት ሕፍረት!! ግዜ ረኺቦም ኩፉእ ክኣልሙ ግዜ ተበሊጽሎም ንጥቕሙ መዓስ ምስ ደቀሱ ክሓልሙ ኣበይ ምስ ከዱ ክደኽሙ። ብኽፍኣት ግብሪ ከፊኦም ኣብ ተንኮል ተሓቢኦም ሓድነትና ዘቕንኦም ኣንታ ነዝኦም ድኣ ሞት'ኳ ክንእሶም። ኣቤት ሕፍረት! ጓይላኻ ባህላዊ ኲናት ታሴራ ደርቢኻስ ሕቶ መንነት ሰብ ስረ ኢና'ብሉና ስረ እናተ ጓሕፈት። ንኽትሕሱ ግዜ ዝኣኸላ ምስ ግዜ ዝኸይድ ሓቂ ዘይብላ ኣንቲ ጁንታ ናትክስ ግርምባ! ደም ኣይንፋሰስን እንትርፎ ዕምባባ። ደም ዘይብልኪ ደም ከተፍስሲ ፍቕሪ ስኢንኪ ጽልኢ ክትድህስሲ ሕልና ዘይብልኪ መቃብር ሰማእታተይ ከተፍርሲ ንስኺ ረስዕዮ ኣይርስዖን እየ ኣነሲ!። ነቶም ዘይፈልጡኺ ኣሕዋት ኢና ነቶም ንፈልጠኪ ህ.ወ.ሓ.ት ኢና ጀሚርኪ ምስ ነብኺ ከተላልይና "ቶም ዘይፈለጡኺ' በልዮም ምበር ንሕናስ ኣጎቢዝና ኣራት ኪሎ ዘእተናኪ ኢና። ቃላትኪ ከም ፈትሊ ጎልፎ ክዝርዘር ኣይተዛረብናን ተዓዚብናኪ'ምበር ንስኺ ከም ክልል ንሕና ከም ሃገር በሊ ተቀበሪ ኣንቲ ሕማም ካንሰር ። እዞም ጠላማት ዘይሰብ ቅንዕና እናፈለጡ ንዓና ዝጋግዩና እዚ'ኮ እዩ ጭርሖና ናትና ዘይንህብ ዘይንደሊ ዘይናትና። ንዓይ፡ ንኣቡጃ ንንግስቲ፡ ካብ ከድጃ ክፈልዩና ብሃይማኖት ብኣውራጃ ተገልቢጣቶም እታ ዘርሰንዋ ምድጃ። መልሓሶም ከም ትርሺ ክባራዕ እዝንና ኣይኮነን እዝኒ ከዳዕ ኣፍንጭኦም ክትህረም ዓይኖም ትንባዕ ሽሮና ዝተሓሰመ ሕጂ ስግኦም ይብላዕ። መስርዕና ስሙር ሓድነትና ጥሙር ብኹዳ ዓረዛዶ ብተወደብ ክንጅምር ኣብ ስብራ በጺሕና ናብ ልምዓት ክንወፍር ቻው ቻው ወያነ ጌም ኦቨር። ኣብ መቃብር ኣይጥዓምኪ ኣብ ሰማይ ኣጥዓምኪ ንዘልኣለም ኣብ ግሃንም እሳት የንብርኪ።
@giromkidane2994
@giromkidane2994 3 жыл бұрын
ጸባ🇪🇷🇪🇷 ስተ🇪🇷🇪🇷 እዚ🇪🇷🇪🇷 ኹቡር🇪🇷 ብጻይ🇪🇷🇪🇷ብጣዕሚ🇪🇷እዩ🇪🇷🇪🇷 ሓንጎልካ🇪🇷🇪🇷ዘቕስን🇪🇷🇪🇷ልብካ🇪🇷🇪🇷ዘህድእ🇪🇷🇪🇷ትዓወት🇪🇷🇪🇷ትዓወት🇪🇷🇪🇷ክብርን🇪🇷🇪🇷ሞጎስን🇪🇷🇪🇷ንስዋአትና🇪🇷🇪🇷ዓወት🇪🇷🇪🇷ንሓፋሽ🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@yonasberhe5279
@yonasberhe5279 3 жыл бұрын
ትዓወት ሳሚ ጅግና ኤርትራዊ ነዚ ሰሚዕካስ መግቢ ከማን ኣየድልየናን ብ ሓጎስ ፍንጭሕ ኢልና በስ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✊✊✊✊✊✊✊✊ ኤረና ንቕድሚት
@solomonberhane8044
@solomonberhane8044 3 жыл бұрын
Sami ambsa
@dawitgebrat1878
@dawitgebrat1878 3 жыл бұрын
ከምዚ ሕጂ ንባዕሎም ጎሓላሉ ወያነ ጽሓዮም ከይዓረቦም፡ ኣብ ፈቀዶ ኢምባሲታቶም "ዕርበት ጽሓይ" ዝብል ጭርሖ ተለጢፉ ከምዝነበረ ይዝረብ፡ ገዲም ስነጥበባዊ ተጋዳላይ ሳሙኤል ብልክዕ ምለሱዎ ታሪክና ኢልዎም ንጠላማት ማለሊት፡ እዚኩሉ ሃብትታቶም ውን ቀንዲ ምንጩ ህዝቢ ኤርትራ ስለዝኮነ ብሂወቶም እንተለው ክመልስዎ ይግባእ
@bemnet27
@bemnet27 3 жыл бұрын
Remembering what we went through, I have mixed emotions like tears in my eyes and happy to see Eritrea standstill after all. Glory to our martyrs and to those who stand with Eritrea during those hard times.
@afrolove1473
@afrolove1473 3 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ጽሓዮም ዓሪባወ ኣንታ ጂግና ሳሚ ፡ባዕሎም ዝፈሓርዋ ጉድጓድ ባዕሎም ተቀቢሮሙላ ዝገርምዩ። ህዝባዊ ግንባር ባዕሉ ፈጢርዎም ጽጋቦም ምጻር ስኢኖም ምስ ረበሽዎ ድማ ባዕሉ ኣጥፊእዎም ።ዘይትንከፍ ተንኪፎም ኣባጎብየ ኣርእይዎም ከመይ ከም ዝጉየ ። ብዝኮነ ሳሙኤል ጸባ ኣስቲካና ጸባ ስተ ጂግና ወዲቶም ጀጋኑ፡ ወዲ ኤርትራ ጻዕዳ
@amannegus8465
@amannegus8465 3 жыл бұрын
ስምዓዮ መንእሰይ !!!! ጅግና ተጋዳላይ ሳሚ: መትንታትካ ዝግትር: ብሓጎስ ፍንጭሕ ዘብል: ዓቢ ትርጉም ዘለዎ መልእኽቲ ይህበናሎ:: Game Over Weyane !!!!
@eritreatebareki4750
@eritreatebareki4750 3 жыл бұрын
ሳሚ ሽኮር ጅግና ወዲ ጀጋኑ .ጻሐይና በሪቃ ጻሐይካ ትድመቅ ኩሉ ግዜ ንሀገርካን ንህዝብካን ምስተጣበቅካ ውዕለትካ ዓቢዩ ፈጣሪ ይሐልውካ .ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ. ልዕሊ ኩሉ ሕደር.ከማካ ይብዙሑልና ክንዲ ሚልዮን ኢካ ንስካ ንበር . ፈጣሪ ንኤርትራን ነቲ ዓቃል ህዝባን ይባርክ አምላክ ኤርትራ ነዚ ዘርአየና ይክበር ይመስገን
@temesgenamlak6912
@temesgenamlak6912 3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን
@prouderitrawit3747
@prouderitrawit3747 3 жыл бұрын
Sesunu Deki Erey Abaykum ydefae🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏
@solomonzeratsion7918
@solomonzeratsion7918 3 жыл бұрын
ጸሓይና እዛ ጸሓይ ኤርትራና እወ መሊኣ ደሚቃ ሳላ ኩቡራት ሰማታት ደቃ ሳላ ኩሎም ህዝባ ኩሎም ሰራዊታ ይካኣሎ ዋርሳይ ሳላ መንግስትናያ ኣዘዝትና ኩሎም ደቃ ሓቂ ዝሓዝና ሓቢርና ብፍቅሪ ተዓዊታ ጸሓይና ደሚቃ ተዓወት ኩሉ ግዜ ዕዉት ሳምኤል ሓውና ዓወት ንሓፋሺ!!!
@sammylontek5133
@sammylontek5133 3 жыл бұрын
Wow wow I am so proud to be Eritrean 🙏🏼🙏🏼🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯💯💯❤️❤️❤️❤️❤️
@maitemenai7307
@maitemenai7307 3 жыл бұрын
ተዐወት ሳሙኤል ጂግና። አወ ጸሓይ ዐሪቡዋ አዛ አከይ ጁንታ ነው በላ ትጥፋእ አከያ ጠራኒፋ።
@tehabenhizbey2778
@tehabenhizbey2778 3 жыл бұрын
ሕዝብን መንግስትን ኤርትራ እወ ፀሐይና በሪቓ። ፀሐይ ማፍያ ሰረቕቲ ህወሐት ግን ጠሊቓ። ሐቅነት ኤርትራ ኣብ ልዕሊ ሐሶት፣ ግፍዒ ፣ ኣሉ ቐጣን፣ ድራማን ትያትርን ወያነ ተዓዊቱ። ሐውና ሳሚ ጸባ ስተ ፣ ተዓወት።!!!
@johnfissahatsion8595
@johnfissahatsion8595 3 жыл бұрын
Ìķmķ
@semprefiestta5357
@semprefiestta5357 3 жыл бұрын
Ewu ርእሲ....our country is one of the poorest countries in the world...xehay berika tbleni aleka nska....ya testaka asrhayo
@tehabenhizbey2778
@tehabenhizbey2778 3 жыл бұрын
@@semprefiestta5357 ብናይ ኤኮኖሚ ማዕቀባን ውግእን ናይ ማሕነቕቲ ገመድ ኣብ ክሳድ ኤርትራ የእትዩ ክሐንቕ ዝጽበ ዝነበረ ተደምሲሱ ጸሐይ ኣይበረቐን? ወይስ እቲ ሽግር ኣይተርኣየካን ነይሩ? ብዛዕባ ድኽነት ደኣ ብሕልፊ ናይ ኣፍሪቃ መን ኣላ ዝሀብተመትከ? ኣፍሪቃ 70% ነይ ዓለም ማዕድናት ሒዞም ኣገልገልቲ ናይ ሕዝቦም ከይኮኑ ናይ ወጻኢ ሐያላትን ሀብታማትን በዝበዝትን ከደምቲ ኮይኖም ኣደዳ ድንቁርናን ውግእ ሕድሕድን ኮይኖም። ሀገርና 5 ዓመት ሰላም 25 ዓመት ኣብ ውግእን ሕሰምን ማዕቀባን ዘጓነፋ ዲሞክራሲያዊ ምርጫን ምዕባለን ክትጽበ ቴስታኻ ክተስርሖ ዘለካ ንስኻ ኢኻ። ብዛዕባ ውጽኢት ጥራይ ክትዛረብ ቀሊል እዩ።ሰምፕረ ፌስታ ዝጸልእ የለን። ግን ብከመይ ? ሰላምን ሙሉእ ርግኣትን ንርከብ እሞ መንግስትና ክንፈርዶ።
@btesfauzneber7860
@btesfauzneber7860 3 жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷✊🏻✊🏻🇪🇷
@NS-218
@NS-218 3 жыл бұрын
Hahhah ከይንመጽእ ኣብ ቀብራ ግዜ ኮሮና ኮይኑ 😂😂😂😂😂😂👍👍👍👍👍
@hiwethaile9814
@hiwethaile9814 3 жыл бұрын
Foooo anes entay egabra eritrawit mkoney ghyaaa
@yitebarekgebrehans
@yitebarekgebrehans 3 жыл бұрын
@@hiwethaile9814 ketom zkeyeru emo zeytkyri
@hiwethaile9814
@hiwethaile9814 3 жыл бұрын
@@yitebarekgebrehans eritrawnet baqa nemsal nfthe tazrbomis ertraweyan aykonn ewa ghaf eritra bal kamaka mizrab malte botka mwrd eyu mizankan botkan filat setpiet
@yitebarekgebrehans
@yitebarekgebrehans 3 жыл бұрын
@@hiwethaile9814 mejemerta english wey athawsi wey teuy gerki xehafyo; nsle meseln nsle fthn mzrab naykulu seb mesel eu; eza awel seid zgetema gn neti n Eritrea ktfersn kefrsun kxeru zxnhu zelewun eya tmlket; slezi mstom nfthi nkales endabelu hager kefrsu zhasbu lekat nay hwehat ente konki. Ezi aybotakn eu. Xerfi mxraf nay hmakat eu xerfi gdefi
@hiwethaile9814
@hiwethaile9814 3 жыл бұрын
@@yitebarekgebrehans kkkk misknayy coved nay dabraxan wadekum eyu zazrbkum zalo ebar kale aykonen
@ssolomon594
@ssolomon594 3 жыл бұрын
ዓቢ ስራሕ፡ ጅግና ሳምኤል ፡ዕድመን ጥዕናን ንዓኻ ይኹን።🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@dawitgebrat1878
@dawitgebrat1878 3 жыл бұрын
ብሓቂ'ወ ብሓይሊ እንዳማትካ ተኣማሚንካ፡ ንሻዕብያ እግረእግሩ እናሰዓብና ኣብናይ ሳሕል ጎዳጉዱ ክንቀብሮ ኢና፡ እናተፈክረ ኣእዛንና ክግልድም! ጠላማት ማለሊታውያን ግን ናብ ደደቢት ብዓቶም ሃዲሞም ክሕብኡ ጽንዓቶም ኣብ ዝጎዶሎ 17 መዓልትታት ተጸንቂቁ ምምካኩ፡ ኣማን ብኣማን ፍትሓዊ ህዝባዊ ግንባር ዕጥቆምን ስንቆምን፡ ኮታ ሂወቶም ከምዝነበረ ጥራይ'ዩ ዳግም ዘነጽር!
@eskenderbereketab8849
@eskenderbereketab8849 3 жыл бұрын
ኢስከ ንገሮም ኣንታ ሓርበኛ። ግጥሚ፣ጥራይ ኣይኮነን ታሪኽና ኢኻ ተቓውሖ ዘለኻ። ዓወት ን ህዝቢ ኤርትራ ዓወት ን ሓፋሽ።
@kbrensh6800
@kbrensh6800 3 жыл бұрын
ሳሚ አንበሳ በረካ በሎ አንጎድጉዶ እልልልልልልልልልልልልል ተዓወት ተዓወት ተዓወት
@zzeweldi1378
@zzeweldi1378 3 жыл бұрын
ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናና ይሃብካ ጅግና!!
@user-gi6zi7rj2p
@user-gi6zi7rj2p 3 жыл бұрын
መርሓባ ተጋ ሳሙኤል እንቃዕ ዳሓን መጻካ
@tedroszegherghish9062
@tedroszegherghish9062 3 жыл бұрын
እንቜዕ እወ ጽሓይና በረቐት ! ጻማ ጀጋኑ ጻማ ኩሉ ከርተት ! ሳሚ ጀግና ሓበን ሃገር ኤርትራ!
@user-on3cc2lc4l
@user-on3cc2lc4l 3 жыл бұрын
ዓወት ንሓፍሽሽሽሽሽሽሽ ጸሓይና ኩሉ ግዜ ምስ በረቕት ሳላ ጀጋኑ ሰማእታትና ሎሚ ግን ካብ ዝነበረቶ ደሚቃ ያ በሪቃትልና ሞ ንዘላኣለም ደሚቃ ክትነብር ያ ዓወት ንሓፋሽ
@solomonwerasi5833
@solomonwerasi5833 3 жыл бұрын
እምባሕሕሕ በል ኤርትራዊ ጂግና ወዲ ኣዶናይ።
@ekeleakele4294
@ekeleakele4294 3 жыл бұрын
ኧኳ ሀጎሰኩም ሕዝቢ ኤርትራ ልክ ባይሆንም ትግርኛዬ እንኳን ደስ አላቹ ኤርትራውያን የወያኔን ሞት አያቹ ባይናቹ ሚገርም ግጥም ነው ዋው
@worldnine8153
@worldnine8153 3 жыл бұрын
ናይ ብሐቂ ጽሐይና ኣሕ ኣቱም ሰባት ኤርትራና ንዘልኣለም ሽግራ ተቀንጢጡ የርኤና ኣሜን
@danieluk3151
@danieluk3151 3 жыл бұрын
Samuel G, Adonay Ybel dmxi yibel gtmi, Ybel akerarba ab seata kbrn mogesn njeganu swiatna🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️
@d.w.2833
@d.w.2833 3 жыл бұрын
ብዘይ ቀልዓለመ - እዝጋብሄር ብ'ዓቢዩ ባዕሉ እዩ ዝሕልዋ ዘሎ ነዚኣ ኤርትራ ትባሃል ሃገር።
@user-xb7lq4rc5v
@user-xb7lq4rc5v 3 жыл бұрын
Yes fetari kulu alem ymesgen
@sebtefinalelialmazewerqime1116
@sebtefinalelialmazewerqime1116 3 жыл бұрын
Nay bhaki amlak yemasgan
@user-xb7lq4rc5v
@user-xb7lq4rc5v 3 жыл бұрын
Selam yewrdelna ember moment is bad
@d.w.2833
@d.w.2833 3 жыл бұрын
@@user-xb7lq4rc5v: Amen!! ተመስገን፣ ንብል፣ ኢድና'ን ርእስና'ን ኣልዒልና፤ ጎይታና ኣምላኽ።
@d.w.2833
@d.w.2833 3 жыл бұрын
@@sebtefinalelialmazewerqime1116: Amen, Amen!!! Brothers and Sisters!!
@senamitasmara8664
@senamitasmara8664 3 жыл бұрын
ኣገናዕ ሳሚኤል ብሓቂ ጸሓይና መሊኣ በሪቓ ክብርን ምስጋናን ንሰራዊትና ኤርትራና ንዝልኣለም ትንበር ዓይኒ አባያ ይደፈን 🇪🇷🙏🇪🇷
@aaaafjtgi3807
@aaaafjtgi3807 3 жыл бұрын
Sami jigna Anbesa 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Erey647-l9p
@Erey647-l9p 3 жыл бұрын
ሳሚ ጅግና ወርቂ ኣፉ ዘይዉዳእ ቃላትካ መመሊሱ ይሰስነልና ወዲ ሓላል መሬት ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ። ንበረልና ጅግና
@yonastesfe4029
@yonastesfe4029 3 жыл бұрын
When you have strong leaders like shabia you are allways winer.
@ghideghebremichael1669
@ghideghebremichael1669 3 жыл бұрын
Ash yake Samuel Gebreadonay btaemi abo tbeb edmen tenan yhabka nay bhaki tsehayna beriqa ❤❤❤👍👍👍🙏🙏🙏
@ghenettewelde4596
@ghenettewelde4596 3 жыл бұрын
እንካዕ ብደሓን መጻካ ሳሚ፡
@filieri9056
@filieri9056 3 жыл бұрын
I don't have words to describe you sami, well done like always Wetru Awet Nhafash 🇪🇷✊🏾
@sanaytredae1406
@sanaytredae1406 3 жыл бұрын
Jegana Sebi sahili jeganuna niberilina kiberelina 🇪🇷💪🐫🇪🇷🇪🇷💪💪💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪😍🇪🇷😍🇪🇷🐫🇪🇷🐫🇪🇷🐫🇪🇷🐫🇪🇷😍🇪🇷🐫🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻
@jimmyche4052
@jimmyche4052 3 жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷⭐️🐪🐪✊💪✌️👍
@lemlemluulay6707
@lemlemluulay6707 3 жыл бұрын
❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️❤️🇪🇷❤️❤️🇪🇷❤️❤️🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️ኣገናዕ ተዓወት ተዓወት ተዓወት ሳሚ ጅግና ዋውውው ይበል ግጥሚ ጌርካሎም ነዞም ርጉማት መንግስቲ ሰይጣን የዋርሶም!!ጸሓይና መሊኣ በሪቃ!!!
@embayetewelde4336
@embayetewelde4336 3 жыл бұрын
መግለጺ ስኢነልካ ወዲ ኣዶናይ ጅግና ንበር ክበር ወዲ ሓላል ህዝቢ ኤርትራ ።
@arefegenet2734
@arefegenet2734 3 жыл бұрын
አሰይ ኤርይ ተንሳኤኻ አዩ ዘበንኻ መጽኢልኻ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ሳሚ አጅኻ
@godisgreat3838
@godisgreat3838 3 жыл бұрын
እንኳዕ ሓውና ኾንካ 💖💖💖🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 በትሪ ሓቂስ ትቐጥን እምበር እይትስበርን ዝባሃል ብሂወት ከለኹ እንኳዕ ራኣኽዎ 🤗🤗🤗፡ ኢድ ጸናሒት ሽናሒት ዝባሃል ከምዚ እዩ🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ሰላምኩም ይብዛሕ ደቒ ኤረይ 🙏🏽🙏🏽🙏🏽🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@hagostesfay7874
@hagostesfay7874 3 жыл бұрын
All eritrean proud of you.🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🚵‍♂️👑👑👑👑🚵‍♂️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@znkidmit
@znkidmit 3 жыл бұрын
Welcome my hero always amazing poem GBU
@dejengermay4495
@dejengermay4495 3 жыл бұрын
መርሓባ ሳምኤል ጂግና ወዲ ኤረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ
@abrahamokubit7215
@abrahamokubit7215 3 жыл бұрын
ኣብሳ ናቕፍ ሳሚ ኤል ግብ/ ኣዶናይ ጅግና ኢምባሕ ጥራሕንብል ጆጋኑ ድቂ ዛሓላልመሬት
@weldenegodguad4974
@weldenegodguad4974 3 жыл бұрын
ሓላል መሬት??????????
@meazaafeworki6473
@meazaafeworki6473 3 жыл бұрын
wow. That is a nice poem. Its a time reflection of what happens and happening. May God bless. Long live Eritrea and Eritrean.
@helengebreamlak3756
@helengebreamlak3756 3 жыл бұрын
You are a true artist, your work resonates with the Eritrean people and I applaud your work. Well done !!! Thank you, you are the voice of Eritrean.
@michlebrae8403
@michlebrae8403 3 жыл бұрын
Selam deqi eri 🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏no more weyane 😂😂😂🏃🏃🏃🏃🏃👍🍷🍾
@tesfayohannesweldeslasse62
@tesfayohannesweldeslasse62 3 жыл бұрын
👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍
@tesfayohannesweldeslasse62
@tesfayohannesweldeslasse62 3 жыл бұрын
yes
@fitsumberhangmailcomab
@fitsumberhangmailcomab 3 жыл бұрын
Zelalemawi Zekri Nesewatna !!!
@Adina809
@Adina809 3 жыл бұрын
Ambesa very talented smart man good job 👍🏽👌💯❤️🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@edenrobel9939
@edenrobel9939 3 жыл бұрын
2020 thank you. For Eritrean people our best ending 🇪🇷🇪🇷🙏🏼🙏🏼🙏🏼✊🏽✊🏽✊🏽🎄🎄🎄
@kokobabraham5905
@kokobabraham5905 3 жыл бұрын
I'm Proud of Eritrean 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️🇪🇷♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@christianyt5966
@christianyt5966 3 жыл бұрын
አንበሳይ ንበረልና ጥራይ ተባረኽ ❤️❤️💜💜💜💜💜💜💜🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@utenteabraham6958
@utenteabraham6958 3 жыл бұрын
ዓቢ አርትስ፣፣(COMPLIMENTI)
@nathanruphael7590
@nathanruphael7590 3 жыл бұрын
Thank you Sami , Excellent poem.
@ablelabraham8066
@ablelabraham8066 3 жыл бұрын
ዓሽ ዓሽ ጽሓይና በሪቃ ናይ ብሓቂ ገባሪ ክፉእ ጁንታ ጽሓዩ ዓሪባቶ ባይይይ
@danielyohannes6088
@danielyohannes6088 3 жыл бұрын
ተዓወት ተዓወት ወዲ መሬት ዓሽ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@keren3561
@keren3561 3 жыл бұрын
Assey elelelelel Awet ne Eritrawyan jeganu Awet ne hafash🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️
@Titi-sx2wx
@Titi-sx2wx 3 жыл бұрын
Samuel jignann 🤴🦁⭐💎🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💖💖💖💖👈viva Eritrea 💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@wi4686
@wi4686 3 жыл бұрын
Great poem
@yordanosbeyene4538
@yordanosbeyene4538 3 жыл бұрын
💪 💪 awet ahafash zelalamwi zekkeri ne samattna always
@merkebselam6456
@merkebselam6456 3 жыл бұрын
ናይብሓቂ ሻዕቢያ ህልከኛታት መወዳእታስ ፋስ ብሓክላ ጌርኩም ቆሪጽኩማ ምስ ሻዕብያ ምትህልላክ ንሃይለስላሴን ንመንጌን ርኢኩም ዘይትምሃሩ ህዝቢ ትግራይ ሰላም የወርደልኩም ኣዝማድና
@kbrensh6800
@kbrensh6800 3 жыл бұрын
አየወ ዓወት ስንቆም ጠሓሕሻ አቱም ፅጋብ ልበይ ጎሚዳታት ሓቦ እዚስንቆም ፅንዓት እዚመትከሎም በዓል መረብረብ አረብርብ ኢለኩም አለኩ አረብርብ. ደቂ ኤረይ አናብስ
@merihtec5683
@merihtec5683 3 жыл бұрын
Directed!!!👌 👌 👌 👌 👌 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
@zeze7103
@zeze7103 3 жыл бұрын
I am so proud of u my brother God bless you and our beloved Eritrea. Our Eritreans mothers and fathers is always with Eritrea.
@zeze7103
@zeze7103 3 жыл бұрын
Our Eritreans prayer is with us.
@haregeweiniyebiyo2638
@haregeweiniyebiyo2638 3 жыл бұрын
Ayewe ☀️☀️☀️Melia berika👍👍👍 GBU Sami🙏🙏🙏
@selad2938
@selad2938 3 жыл бұрын
God bless you Samuel Adonay🇪🇷🇪🇷♥️ your poetics are always beyond our expectations 🙏 ❤ Keep up your great work. We will decommented for generations to come. Awet nehafash. God bless our shabiya's heroes 🙏 ❤ 🇪🇷
@user-gy7ub1js5k
@user-gy7ub1js5k 3 жыл бұрын
💚❤💛💙🇪🇷GOD BLESS YOU 🇪🇷💚❤💛💙
@azahielmengis8767
@azahielmengis8767 3 жыл бұрын
I really appreciate everything that you do, you should be so proud of yourself you are amazing Mr Samuel you finished the game.
@almazberhe2535
@almazberhe2535 3 жыл бұрын
🤗🤗🤗🤗🌹🌹🌹🌹🇪🇷
@fetawihaki3672
@fetawihaki3672 3 жыл бұрын
Sami the Best. 💪💪💪
@aaaafjtgi3807
@aaaafjtgi3807 3 жыл бұрын
Anbesa nbrelna jigna edmen tienen yhbka 🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷
@alexadam9870
@alexadam9870 3 жыл бұрын
Fact Powerful message 🇪🇷❤️
@zemichaelhagos6884
@zemichaelhagos6884 3 жыл бұрын
ኣሜን ጋሃንም ነፍሳት ሓዊ ቃልቃል የብሎም ምስ ዑሱባት። ክብርን ሞጎስን ንህዝቢ ኤርትራን ሓይልታት ምክልኻል ዓወት ንሓፋሽ!!!
@yohanes6158
@yohanes6158 3 жыл бұрын
ትዓወት ትዓወት ትዓወት 🇪🇷💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💝❤🇪🇷🇪🇷
@meleyisaak3746
@meleyisaak3746 3 жыл бұрын
Tawet tawet I am so proud .Woooooooow
@fanfan8120
@fanfan8120 3 жыл бұрын
ወዲ ሻዕብያ ወዲ ህዝባዊ ሰራዊትየ
@degudegu6277
@degudegu6277 3 жыл бұрын
Xehayna berika aman b aman!! Pow shabia malet 👉🏾💥 🔥 ⚡️
@yordi1683
@yordi1683 3 жыл бұрын
Eritrawi jegna 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾🌹🌹❤️❤️🎉🍾
@samipeter8255
@samipeter8255 3 жыл бұрын
ቀጽሎ ጽቡቅ መደብ ❤❤❤❤
@breygebreyesus9790
@breygebreyesus9790 3 жыл бұрын
አዋይ ኣታ ጂግና💪 ንስካስ ጺባ ስተ ጸባ ኢኮ ኣስትካኒ። ሩፍታ ልቢ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ❤
@thanksgodforeverything4156
@thanksgodforeverything4156 3 жыл бұрын
AMEN
@musazghiasfha8361
@musazghiasfha8361 3 жыл бұрын
Wawww deqi eri jeganu 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️🇪🇷🌷🌷🌷🐪🐪🐪
@almazgebresilassie8260
@almazgebresilassie8260 3 жыл бұрын
ቅሰኑ ሰማእታትና ዓወት ቅሳነትን ምኽልኻል ኤረትራዊያን
@berhanetewolde3247
@berhanetewolde3247 3 жыл бұрын
ተዓወት ተዓወት ተዓወት እወ ጻሓይና መሊኣ በሪቓ GAME OVE ጃንዳ
@ribkaghebremeskel6548
@ribkaghebremeskel6548 3 жыл бұрын
ተመስገን ኣምላኽ ፣ሙሉእ ዓወት ይግበረልና🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@amanuel3005
@amanuel3005 2 жыл бұрын
ከምዚ ዩ ዝገብር ሻአብያመምህርኩ ዋርሳይ ቀጻኢኩም ጀግና ወድ ጅግና እዩ ወዲ ኤረይ አደ ልቢ ዩ ዓወት ንሐፍሽ ።
@lulaembaye8517
@lulaembaye8517 3 жыл бұрын
Good speech god bless everyone
@haregukesete3154
@haregukesete3154 3 жыл бұрын
Anbesa hawey 🇪🇷🌺🌸❤️ Teawet Elileeeee!!!!!
@user-tt1mn7es8k
@user-tt1mn7es8k 3 жыл бұрын
ተዓወት ሳሚ ኣምበሳ ጎብለል ክንዲ 1000 ደኣ ንስኻ ሲ
Jul 22/2024 ኣብ ኒስ ዘሎ ጽንብላት  ጽምብል ኣስመራ bbc ድሕሪ ዓወት
28:36
Я нашел кто меня пранкует!
00:51
Аришнев
Рет қаралды 5 МЛН
🤔Какой Орган самый длинный ? #shorts
00:42
#ኣወል_ስዒድ_ይኣክል_2020
11:59
Hidmona TV
Рет қаралды 486 М.
ተዛረብ ዘመን | tezareb zemen - Poem by Samuel GebreAdonay - ERi-TV, Eritrea
14:37
Я нашел кто меня пранкует!
00:51
Аришнев
Рет қаралды 5 МЛН