EMN - ወዲ ፍላንሳ ሓያል ጀነራል ‘ዩ ነይሩ” ሌትናል ኮሎኔል ዮውሃንስ እስቲፋኖስ - Eritrean Media Network

  Рет қаралды 55,347

 ERITREAN MEDIA NETWORK

ERITREAN MEDIA NETWORK

3 жыл бұрын

/ officialeritreanmedian...
****************************************************************
EMN - ወዲ ፍላንሳ ሓያል ጀነራል ‘ዩ ነይሩ” ሌትናል ኮሎኔል ዮውሃንስ እስቲፋኖስ - Eritrean Media Network
© Copyright Disclaimer Under Section 107 of the Copyright Act 1976
allowance is made for "fair use" for purposes such as criticism, comment, news reporting, teaching, scholarship, and research. Fair use is a use permitted by copyright statute that might otherwise be infringing. Non-profit, educational or personal use tips the balance in favor of fair use.

Пікірлер: 130
@user-lr1mo6vr8p
@user-lr1mo6vr8p 3 жыл бұрын
አናብስ ደቂ ኤረይ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ብጅግንነትና አምላኽ ይመስገን ንምካሕ።
@Hzbawit
@Hzbawit 3 жыл бұрын
Big recpect for all our beloved Eritrean heroes 🇪🇷🤝🇪🇷🤝🇪🇷🤝🇪🇷🤝🇪🇷
@godisgreat3838
@godisgreat3838 3 жыл бұрын
My heroes you are history and make history 🇪🇷🇪🇷🇪🇷! Every, warsay and yekalo if you open their brain they have a heroism story to tell, they are the books of Eritrea 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤🙏🏽🙏🏽🙏🏽!
@tedrosmekonen4373
@tedrosmekonen4373 3 жыл бұрын
ዕድመ ሃብካ ኮሎኔል የውሃንስ ።
@bashailema9043
@bashailema9043 3 жыл бұрын
Thank you for your service to Eritrea and I wish you a long & happy life!
@kiflemariamgebretsadik6509
@kiflemariamgebretsadik6509 3 жыл бұрын
THANK YOU MENTIONING ISAYAS TEWELDE ONE OF THE BEST LEADING WAR STRATEGIEST IN THE ERITREAN REVOLUTION
@yosiefghebrezghi3830
@yosiefghebrezghi3830 3 жыл бұрын
ብጣዕ ጹቡቅ መደብ ሚስጋና ይብጻሕኩም።
@user-lr1mo6vr8p
@user-lr1mo6vr8p 3 жыл бұрын
አሰይይይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💕💕💕💕💕
@romayabraham8737
@romayabraham8737 3 жыл бұрын
ኣዝዩ ዘሐብን ሓርበኛ። ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።
@biriktihaile5499
@biriktihaile5499 3 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሀብኩም ጀጋኑና ሳላኹም ብርሀን ርኢና
@user-qf2rn8rm5g
@user-qf2rn8rm5g 3 жыл бұрын
ዋዉ ብጣዕሚ መሳጢ ዕላልን መሳጢ ተወፋይነትን ዝነበረ ገድሊ ገደል እዪ ዘይምግዳል ግን በደል እዪ ብሓቒ ጆን ተራኪ ታሪክ እካ ሞ ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ ፈጣሪ።
@ghirmaihaile4419
@ghirmaihaile4419 2 жыл бұрын
ምስ ኩሉ ክብርታት አማውታ ወዲ ፍላንሳ አፍልጦ የብልካን ወዲ ፍላንሳ ብጴጥሮስ ሰለሙን እያ ሂወቱ ሐሊፍ፣what goes around comes around and I am pleased he deserve.
@fanta6238
@fanta6238 4 ай бұрын
Men eyu komu eluka ?
@AbrahamIdrisHibties
@AbrahamIdrisHibties 3 жыл бұрын
L/C John Fisahatsen thank you for your contribution to Eritrean and Eritreanism. God bless you, may you see Grand, Grand children of you from now. E R I T R E A N I S M IS 4 EVER!
@mihrettewelde708
@mihrettewelde708 2 жыл бұрын
THANK YOU FOR YOUR SERVICE 💪🇪🇷💪🇪🇷
@gmanyem1057
@gmanyem1057 3 жыл бұрын
You are really lucky brave fighter, and I wish you long life .
@habtom5113
@habtom5113 3 жыл бұрын
ኤርትራዊ ታሪኽ እዩ 🇪🇷👌👍🙏
@eriangelino7800
@eriangelino7800 3 жыл бұрын
Highly inspiring person, thanks for sharing.
@dawitaroge6079
@dawitaroge6079 3 жыл бұрын
Great interview! Thank you John for your service to your country and people!
@goitommekonnen1509
@goitommekonnen1509 3 жыл бұрын
ሓታቲ ኳናት ናይ ግድን ኣይኮነን ኣብ ፊት ምግጣም ጥራይ ኣይኮነን ምኽንያቱ ከቢድ ብረት፣አየር፣ፈንጂ ዝበሃል ስለዘሎ።
@abelkibrom2035
@abelkibrom2035 Жыл бұрын
Thank you for your service our Eritrean 🇪🇷 heroes. I have big respect for you our „TEGADELTI“
@dawitkidane4516
@dawitkidane4516 2 жыл бұрын
ይበል ኣገላልልጻ ጆን ጅግና ወትሩ ተሓበን ዕድመን ጥዕናን ቅሱን ሂወትን ምስ ምሉእ ጥዕና ድማ ይምነየልካ ምስ ኩሉ ስድራካ፡
@mislalmaashow3533
@mislalmaashow3533 3 жыл бұрын
Merhaba Abona General Jhonny’s ✊🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@gennettekeste6301
@gennettekeste6301 3 жыл бұрын
Jeganu deki Erey thanks Idimen tinan yihabikum 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Militoto8
@Militoto8 3 жыл бұрын
ሰላም💚ጥዕና፡ሓጎስ ተስፋ ፍቅሪ ብር ክትብሉ ወትሩ ኣብ ትርኣስኩም ይኹን ሓላላተይ ይኣክለኩም ኢሉ ምስ ስድራና ንተሓቃቀፈላ👩‍👩‍👧 ዕለት ይኣዝዘልና ፈጣሪ።እስኪ በለ ኣብዛ ፕሮፋይለይ ጠዊቅኩም ሳብስክራይብ ግበሩለይ 1o ጥራይ እየን ተሪፈናናኒ ዘለዋ።,💚🙏🏼 እቶም ሰላም ዝናፈቅኩም ካኣ ኣሜን በሉ ኩቡራተይ
@solomonsium9915
@solomonsium9915 5 ай бұрын
ክላእ ኣላግስ ለማኒ ሰብ ታሪኽ ይገለጽ ንስኻ ትልምን። ክንደይ ኣልገፊፍ ኢኹም ዘለኹም እምቧእ
@f.t8710
@f.t8710 3 жыл бұрын
men kem deki EREY. Deki EREY jeganu::🇪🇷❤🌹👍
@akilehab377
@akilehab377 3 жыл бұрын
I like the dog too. History of our struggle is endless. Thank you all.
@piratebc-ge1iq
@piratebc-ge1iq 3 жыл бұрын
me too i swear i was about comment that but you beat me to it lol
@nezz2025
@nezz2025 Жыл бұрын
We respect our history. 💕 😘
@joniboy7965
@joniboy7965 3 жыл бұрын
ኤርትራዊ እኮ ብታሪኽ ዘቅቢቡ ኢዩ ። እንቃዕ ናትኩም ኮንኩ ።
@user-qy7fh5kp9j
@user-qy7fh5kp9j 2 жыл бұрын
ጆኒ ብዘይካ ናይ ውግእን ሽፍትነትን እንታይ ዛንታ ኣሎ
@rota8742
@rota8742 Жыл бұрын
ከላ ቦግ በል ብዘይካ ሰብ ምቅታል እንታይ ታሪክ ኣለዎም ሃገር ምድረበዳ ጐሮማ
@jossyaferhom305
@jossyaferhom305 3 жыл бұрын
Tegadeltina Beakum Endina Nihiben.
@medhanittesfu1222
@medhanittesfu1222 8 ай бұрын
Amazing Grace!
@daliamri7632
@daliamri7632 Жыл бұрын
ሰላም ክቡር ሐወይ ብጣዕሚ ጽቡቅ መዳያት ቀጽሎ, ግና ከምቲ ኣገባብ ዓለም ዝሰርሓሉ ኣታዓባብያን ትምህርትን ዓድን ዘይምሕታት ዝሓሼ እዩ, መዓስ, ከም ዝተሰለፋ ዘገድሰና ንዓና እሱ ጥራይ,እዩ
@ermiasnagash88
@ermiasnagash88 3 жыл бұрын
Thank you Baba John! We love you
@senayeri433
@senayeri433 2 жыл бұрын
Thank you for your sacrifices, jeganuna
@biriktihaile5499
@biriktihaile5499 3 жыл бұрын
ተጋዳላይ ድኣ መግለጺ የብለይን ክንዲ ኣቦይ ክንዲ ኣደይ ሓወይ ብጻየይ ልዕሉ ስድራይ እዬም ንዓይ ንበሩልና ጽላል ሀገርና
@teklitbereket8263
@teklitbereket8263 3 жыл бұрын
መርሓባ ሓርበኝን፡በዓል ኣቢ ሞያን፡ዘይበርስ ሓባን፡ፍቅርን ዝወነነ ተጋዳላይ።ህዝብ ኤርትራ እቲ ዝነቅሐ ወይ ዝበልሐ ህዝቢ ፡ካብ ዓለም እንተበልናዮ'ስ ምግናን ኣይኮነን።ምክንያቱ እቲ ህዝቢ ቅድሚ ኣሽሓት ዓመታት ሙዕቡል ባህልን፡ዉርዙይ ልባናን ዝዉንን ህዝቢ ብምካኑ ናይ ብሓቂ ኣድኒካ ዘይትጸግባ ህዝቢ ኢዩ።ስለዚ ከምኡ ስለ ዝኮነ ዉትሩ ሃገረይ ይብል ኣብ ውሃለወ ይሃሉ።ካብ ቀደም ዘበን ኣንጻር ዝተፋላለቱ ገዛእቲን፡መሳፍንቲ ትግራይን ወትርይ ኣብ ምክልካል ሃገሩን፡መሬቱን፡ባህሉን፡ሃይማኖቱን ምስ ተሰዉአ ኢዩ።ኣባሓጎታትና ካብ መግዛእቲ ጥልያን ብዝያዳ ተወዲባምን፡ተጠሪኒፎምን ብዛዕባ ሃገሮም ክዝቱዩን፡ክዛረቡን ኪኢሎም።እዚ ከኣ ብተዳጋጋሚ ዘይምሕር መግዛእቲ ይወርዶም ስለ ዝነበረ ኢዩ። ዴግያት ጉልበት ወዲ ከንቲባ(ዓዲ ቴኬሌዛን)፡ ራእሲ ወልድሚኬኤል ሰሎሙን(ኣብ ጎሚዳ)፡ራእሲ ተሰማ ኣስመሮም፡ዴግያት ባህታ ሓጎስ(ኣብ ጥመር) •••ወዘተ።እዚኦም ገለ ካብታም ናይ መግዛእ ናይ ጥልያን ዝመከቱ ክካኑ ከለዉ.ኣብ ግዜ መግዛእቲ እንግሊዝ ከኣ ሓርባኛ ኣባና ወልደኣብ ወ/ማርያም፡ሸክ ኢብራሂም ስይልጣን፡ወዲ ከቢረ፡ዘለዋም ማሕበር ፍቅሪ ሃገር ዝብል ውድብ ኣቁሞም ክሳብ መስዋእቲን፡ስንክልናን ኣጋጢምዋም።ኣዉ ምካን ምስ ኣበዮም ከኣ ኣብ ግብጺ ኮይኖም ሓ፡ራ፡ካ ዝብል ውዱብ መስሪቶም ብሮድዮ ገይሮም ህዝባም የንቁሑ ነይሮም።ድሕሪኡ ብስዉእ እድሪስ ዓዋተ ሰውራ ከም ዝምስረት ገይሮም፡ኣብ (1961) ኣብ ጎቦታት ኣዳል፡ድሕሪኡ ኩሉ መንእሰይ ተቀንቢርዋ እቲ ሰውራ።ኮይኑ ግን ብሰንኪ ዱሑር ኣታሓሳስባን፡ረብሓና ውልቀ ሰብን፡እቲ ሰውራ ፈርሽክሸክ ክብል ጀሚሩ።ስለዚ ሳላ ፕረዚደንቲ ኢሰያስ ኣፍወርቂ(ኑጉስ ንገስታት) ድሕሪ ቅብ ቻይና ወተሃደራዊ ፖሎቲካዊን፡ምሕደራ ህዝብን፡መሬትን፡ምሕደራ ቁጠባን፡ባህልን፡ሕብረተሰብን•••ወዘተ።ድሕሪ ተማሂሩ ምምላሱ ካብ ተ•ሓ•ኤ ተፈልዮም ብቢዘለዋም ተኣካኪባም ኣብ ርባ ተክሊ (ግራት እንዳባይ ክፍሎም)ኣብ 1970) ህዝባዊ ሓይልታት ዝብል ዉዱብ ኣቂሞም ንማእለያ ዘይብሉ መግዛእቲ ናይ ኢትዮጳያን፡ናይ ሓገዝቶም ሶቬት ኡብረትን ኣላሽ ኣብሎም።ድሕሪ ናይ(30)ዓመት መሪር ኩናት ምሕላፍን፡ምስ ኩናት ሕድሕድ ሓዊስካ ማእለያ ዘይብሉ መንእሰይ ተሰዊኡን፡ሰንኪሉን።ስለዚ ሌተናል ኮሌኔል ዮውሃንስ እስቲፋኖስ ከኣ ሓደ ካብቶም ንሰውራ ኤርትራ ቁኑዕ ልብን፡ተወፋይነትን ሂወቱን፡ኣካላቱን ዝወፈየ ተጋዳልይ ብምካኒ ነቲ መሪር ዝሓለፍዋ ጽኩር ግዜ ከምዚ ጉሩካ ከተዘንቱዉ ብምካእልኩም ብስም ጀጋኑና ሰማእታት ክብርን፡ሓበንን፡መጎስን ይብጻሕካ።ድሕሪ ናጽነት እንተኮነ ጸላእቲ ብመገዲ ሱዳን፡የመን፡ወራር ጭፍራ ወያነ፡G15፡ፍልሰት መንእሰያት፡ ኩናት ምስ ጁቡቲ፡እገዳ፡G13 ማለት(ስሪሒ ፎርቶ ኢላም) ዝሰመይዋ፡ምቅንጻል ልዕለወት ኣዘዝቲ ሰራዊት•••ወዘተ፡ል።ክንደይ ኢልና ክንገልጾ ናይዘኦም ሱዉርን፡ጉሉጽን ውዲትን፡ሸርሕን ዘይተገብረ የለን ብኣመሪካን፡ገለ ሃገራት ኤሮውፓ ዝፈሓሱዋ ዉዲት ክንደይ ዘፈሸለ።ሕጂ ዉን እቲ ዉዲት ቀጻሊ ኢዩ ግን ብሓይሊ ፈጣሪን፡ብህዝብን፡መንግስትን ኤርትራ ኣብ ዕላሙኡ ከይበጽሐ ፈሹልይ ክተርፍ ኢዩ።ሳላ እግዛብሔር ኣምላክ ንኑጉስ ነገስታት ወዲ ኣፎም ምውላዱ ሃገርና ኤርትራ ንዘላእለም ንዉሉድ ወሎዶ ዋላ ሓደ ዝስዕረናን፡ዝደፍረናን የለን።ምክንያቱ ወዲ ኣፎም ምስ መላእክቲ ወይ ቁዱሳን ብመንፈስ ቁዱስ ክራከብ ዝሓድር ከም ነቢ ሊቀ ናብያት ሙሴ ስለ ዘለና።እታ ኢትዮጳያ ትብሃል ሃገር ከኣ ብሰንኪ ጭፍራ ወያነ ዝገበርዋ ጉዑዙይ ምሕደራን፡ብሰንኪ መርገም ናይ ኑጹሃን ኤርትራውያን ደምን።ኣብ(4) ወይ(5) ክትማቃቀል ኢያ።ከም ናይ ሩዋንዳውያን ነንሕድሕዶም ብዓሌትን፡ሃይማኖትን፡ቀቢላን ክቆራረጹ ክነብሩ ኢዮም።ሃገርና ከኣ ደሴት ሰላም ኮይና፡ናይ ቱሩዙም ሃገር ክትከውን ኢያ ኣብ ዝሓጸረት ግዜ።ዋላ ዝገበሩ እንተገበሩ ሃገር ቁዱሳን፡ሰማእታት፡ባሕታውያን፡ገደማውያን፡መነኮሳት፡ፈለስቲ፡ጳጳሳት፡ካህናት፡ሙፍትታት፡ሸካትን፡ምሕደሪት ስለ ዝኮነት እግዛብሔር ኣምላክ ባሪክዋ ኢዩ።ብዝኮነ ጋዜጠኛ ኤፍረም ግደ ከምዝኦም ዓይነት ሃዋርያት ናይ ሰማእታትና ዝኮኑ ሓርበኛታት ብምቅራብካ ልባዊ ምስጋና ብስም ጀጋኑና ይብጻሕካ ምስ መሳርሕትካ። ዘለእለማዊ ዝክሪ ንስዋኣትና። ዓወት ንሓፋሽ!!!
@merhawitkue5389
@merhawitkue5389 3 жыл бұрын
Selam Selam deki eri
@nopenot4058
@nopenot4058 3 жыл бұрын
John proud of u haben Hager an example who eritrean are thank you for Ur services and congratulations for being grandpa
@meragebre6054
@meragebre6054 3 жыл бұрын
Menkem ertrawi💗💗💗💗💔💘
@gabsha9722
@gabsha9722 2 жыл бұрын
ለ ካልብ ምስልኩም ለሀለ ፈቴኮሆ ፡ጆን ጅግና ኣነ ክህሉ ኣካልካ ዝጎድልካ ክብሪ ንዓካ።
@yonassbhatu8
@yonassbhatu8 2 жыл бұрын
Edmen Tenan yhabka L/C John. Kab bneuska ksab abzia ewan ezia zfexemkayon tfexmo zeleka jignenetn, hagerawnetn meglexi yeblun emo; kbrn mogson naka.
@yohannescarilo1331
@yohannescarilo1331 3 жыл бұрын
Jhon nice hero i love him smart jhon thanks for everything you best jhon
@user-gn2mz6gj1v
@user-gn2mz6gj1v 3 жыл бұрын
👍❤🇪🇷💕
@tesfayberhane5805
@tesfayberhane5805 2 жыл бұрын
ኤርትራውነት ማለት!!
@teklitteklit5551
@teklitteklit5551 2 жыл бұрын
ጆን ጂግና ተጋዳላይ ዕድመን ጥዕናን የሓብካ።
@berekethagos8369
@berekethagos8369 3 жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️
@habtemariamdebesay2559
@habtemariamdebesay2559 3 жыл бұрын
Nice jeganuna
@danielyounas1496
@danielyounas1496 3 жыл бұрын
Efraem nice one
@majormajor4628
@majormajor4628 3 жыл бұрын
ሰብኣይ ጅግና
@asmara1970
@asmara1970 2 жыл бұрын
The Shaebiya❤️🇪🇷
@eshahomd7146
@eshahomd7146 3 жыл бұрын
🇪🇷
@yerusalemmihreteab3695
@yerusalemmihreteab3695 3 жыл бұрын
Yonas hawey Bitte Bitte newedi werede azeye zenafeko halafe abo eyu demuxu asemani 🇪🇷❤️👍🇪🇷❤️
@roseabraha9543
@roseabraha9543 3 жыл бұрын
Kannst du nicht bikbretka yonas hawey schreiben anstatt Bitte bitte Mutter sprach in erste line yonas berichtet auch nicht unsere Geschichte auf deutsch .sei stolz auf deine Sprache
@roseabraha9543
@roseabraha9543 3 жыл бұрын
Sprache
@yerusalemmihreteab3695
@yerusalemmihreteab3695 3 жыл бұрын
@@roseabraha9543 Yonas kann fliessend deutsch sprechen
@misghinagheb9692
@misghinagheb9692 3 жыл бұрын
Ykreta Yonas aykonen.
@aruaki4454
@aruaki4454 3 жыл бұрын
ናይ ወዲ ሰብ እቲ ናይ መጠረሽታ ምዕባለን ሰብኣውነት እዩ ሰብኣውነት እዩ ለ/ኮ ጆን ምስ እዛ ንርእያ ዘለና ናይ ገዛ እንስሳ ዘለዋ ፍቅርን ዝገርም እዩ :: ኤርትራውያን ሙዑቡላት ሕብረተሰብ ዝኮና ባህልና ስለ ዝኮነ እዩ
@yeebyotesfa3694
@yeebyotesfa3694 3 жыл бұрын
Wel came yoni
@peace-1900
@peace-1900 3 жыл бұрын
Tsbuk agelaletsa letenal conerel Yowehans Tinan Edemen yehabka mis famileka . Tarikna ketsali nebari kikewin kab kulu temokurotat kihlu kiweres. metan kal mehtet ) N Eritrea Hagerenan Hezban yebark fetari N zelealem 🇪🇷 ♥ 🙌 ) shim abo gin tegageka leka Efrem tsehefekayo deleka Estifanos tseweio deleka Fesehatssion)
@mannieberhanu3469
@mannieberhanu3469 3 жыл бұрын
ohh really fascinating and heroic deed they did but what have the Eritreans gained out of all that sacrifice they paid...the dictatorship himself said all the price we paid for three generations was invain. yes yes I can't and will not deny your selfless sacrifice for the coming generations 🙏...but at this stage I cannot say it was worth it unless proven wrong...
@yonatanbokere2181
@yonatanbokere2181 3 жыл бұрын
Asikum bihaki zeytidigemu legends azgabiher ni Eritrea 🇪🇷 zehabena wufuyat ikum admen tinan ni tegadalay zelalemawi zikri nisiwatina Awet nihafash 🥰💪🙏👌
@user-ue3kb6lt2t
@user-ue3kb6lt2t 3 жыл бұрын
ኩናት ኣዕናዊ ኢዩ ሂወት ሰብ ብዓቢኡ ሃብቲ ሃገር ምምዝንባል ሕብረተሰብ ፍሉያት ሰብ ጸጋ ነቲ ዘለዎም ክውስኹ ብሂወት ደቒ ሰባት ይጣልዑ ብረት ንክሸጡ, ትሕቲ ቅርጽታት ናይ ኣፍሪቓ ብጥርሑ ዘይኮነ ዳርጋ ብነጻ ይወስድዎ መራሕቲ ኣፍሪቓ ድማ ባራዩ ናቶም እዮም ስለዝኾኑ ንምባለታት ይኹን ዕቤት ኣይንታዮም ንኽነብሩ ኣብ ስልጣን እናቀተሉን እናቅተሉን ባራዩ ገሮሙኻ ይነብሩ ዘሕዝን ኢዩ ንሕና ምስተጋሩ ይኹን ካልኦት ኣፍሪቓውያን ጎረባብቲ ፍቕሪ ጌርና ምስ ንጉዓዝ ኢና ክንዓቢ ንኽእል ::ኩናት ናይ ኣእምሮ ኢዩ ዘድልየና ማለት ትምህርቲ ምቕሳም ህዝብኻ ኣብ ብርኽ ዝበለ ደረጃ ትምህርቲ ንኽበጽሑ ክጽዓር ኣለዎ እምበር ንኩናት መህጠሪ ካልኦት ኣይንኹን ኣብ መበል 21ክፍለዘመን.
@geriegerie3568
@geriegerie3568 3 жыл бұрын
ጀጋኑና! ኣንታ ከማኹም ዶ ጽኑዓት ክንከውን ንኽእል!? ወገንነት ኣርሒቆም ዝጋሓፉ ብፍቅሪ ሃገር ዝሓሩ! ተስፋ ከይቆረጹ ንዓወት ሒጊግ ዝብሉ! ንውልቃዊ ረብሓ ዝንዕቑ!
@yowhanayowhanies8831
@yowhanayowhanies8831 3 жыл бұрын
💖💖💖🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🐪🐪🐪🐪✊✊✊✊💪💪
@yonatanbokere2181
@yonatanbokere2181 3 жыл бұрын
Anes semai deyxegibo melise harerrrr yibil uffff ereyyyyyy azgabiher xilalu yenbirela 🥰🇪🇷🙏
@nugusezhans4267
@nugusezhans4267 Жыл бұрын
ብመጀመርያ emn ታሪኽ አብ ምስናድ እትገብርዎ ዘለኹም ብልቢ የመስግን አነ ድማ ኩሉ እትገብርዎ ዘለኹም ቃለ መሕትታት ድማ ንኹሉ ካብ ዝከታተሉ እየ ስለዚ አጆኹም በርትኡ ታሪኽና ተሰኒዱ ናብ ዝቅጽል ወለዶ ተስኒዱ ክመሓላለፍ ድማ አቢ አበርክቶ ይገብር አሎ ሓደ ሓደ ግን ቅር ዝብለኒ ግን አሎ ህግሓኤ ወይ መንግስቲ ኤርትራ ብዙሕ ዘይደፍሮ ወይ ክሳብ እዝ እዋን ዘይገለጾን ዘይተዛረበሉን አብቲ ምልክታዊ ስራሓት አብ ትገብርዎ ቃለ መሕትት አዝዩ ጥንቃቀ ክሓተኩም እዩ ዋላ እቶም ቃለ ምልልስ ዝገብሩ ኦብሬተራት ስለዚ ንብርትአ ናይቲ ምልክታዊ ስራሓት ሓፈሻዊ መግለጺ እንተገበሩ ዝጽላእ አይኮን ጥልቅ ኢልካ ምዝርዛር አገዳሲ አይኮነን ሚስጢር ስለዝኾነ ብፍላይ አብዛ ቃለ መሕትት ክጥቀስ ወይ ክዝረበሉ ዘይግባእ ነጥብታት ገሊጹ አሎ አነ ክደግሞ አይደልን እየ ሓደ ሓደ አቃሊልካ እትርእዮ ወይ ታሪኽ ከተዘንቱ ክትብል ዝሞልቅ ዘረባታት አዝዩ ጎዳኢ ዝኾነ ሳእቤን ከኸትል ዝኽእል እዩ እሞ ጥንቃቀ ከድሊ እዩ
@jklmnk9596
@jklmnk9596 3 жыл бұрын
Astewel menesey Eritrea KEMZIOM zeamselu jeganu endaraka weneka kewla deamber mexaweti malelit aytkun. Tarik jegnenet eritreawi kedkika zeynxef wekyanos eyu.
@aronhidray69
@aronhidray69 3 жыл бұрын
ኣርካናት ደቂ ሓራስ ኣንበሳን ነብሪን
@aklilusolomon1353
@aklilusolomon1353 3 жыл бұрын
shim nay abo begega tshifkumo alekum, bezterefe tsbuk agelalxa tarik bezleale tarikena nemflat ketkxlewo yelabo,
@jesusking1558
@jesusking1558 3 жыл бұрын
Jugna aynebrn u tariku u zwres zelalemawi zkri kbrn mogesn nsematat Eritrea awet nwxei huzbina
@user-bj8ks6jf4j
@user-bj8ks6jf4j 3 жыл бұрын
RDF
@segen8531
@segen8531 3 жыл бұрын
ብላሽ ሳላሳ ዓመት ዝወፈርክምዎ ወፍሪ ብላሽ ንውልቀ ሰባት የሕሊፍኩም ሂብኩም ፡ ተወሳኺ ውን ዕላማኹም ፕሩፍ ክትገብሩልና ኣይከኣልኩምን ...... ሕቶ ...... መንካዕ የሚን ካልኦት ኣማውታኦም ዘይፍለጥ ከም በዓል ወዲ ፍላንሳን ካልኦትን ........ ብቕንዕና ክትዛረቡሉን ፡ ገበርቲ እከይ ውን ኢዶም ክረኽቡ ንህዝቢ ክትሕብሩ ይግባእ ። ኣይኮነን ግን ሃገር ንገደል ተጽድፍዋ ኣሎኹም ፡ ብሰንኪ እዚ ዘይቅኑዕ ተግባር ገለ ውሑዳት ጽልኢ ኣብ መንጎ መንእሰይ ፈኸም ይብል ኣሎ ። ስቕ ኢልኩም እንተ ቀጺልኩም ግን ታሪኽ ሶማልን ፡ ርዋንዳን ኣባና ክድገም እዩ ።
@solomonengdom1155
@solomonengdom1155 3 жыл бұрын
ብላሽ እዚ አፎ ጨለ ዝኮነ መንእሰይ እዩ ክገብርሉ ጥራይ ዝጽበ ::
@astertesfazgi2750
@astertesfazgi2750 2 жыл бұрын
Denkoro
@segen8531
@segen8531 2 жыл бұрын
@@astertesfazgi2750 ማማ ኣስቴር ድሓን ዲኺን ፡
@user-bj8ks6jf4j
@user-bj8ks6jf4j 3 жыл бұрын
ዘይሕተት ነገር ኣይትሕተቱ በጃኹም። ጥንቅቅ በሉ። ኦፕሬተር ወይ ምልክት ሓደ ካብቲ ከቢድ ምስጢራዊ ስራሕ ዝስራሓሉ ኣሃዱ ዩ። ስለዚ ክሕተት ዘይብሉ ነገር ብዛዕባ ኦፕሬተር ከይትሓትት።
@mislalmaashow3533
@mislalmaashow3533 3 жыл бұрын
👍💕🇪🇷💕
@shabatshalom693
@shabatshalom693 3 жыл бұрын
Sebay nay bihaki jigna edmen tienan yimineyelka
@tadessekidane720
@tadessekidane720 3 жыл бұрын
ኣበይ ደኣ ኣላ ወዲ ፍላንሳ ትብል።
@visionessence
@visionessence 3 жыл бұрын
32:02
@debesay6707
@debesay6707 3 жыл бұрын
ደግምካ ስምዓያ ሓው ታደሰ ኪዳነ ገልጽዋ ኣሎ
@olgaaraya8080
@olgaaraya8080 2 жыл бұрын
Tegadeltina Amlac newih tienan newih edmen yihabkum berkekum yitsnae!!!!
@Timtingum
@Timtingum 4 ай бұрын
ብተቅርብዋ ዘለኩም ጀግንነት ታሪክን ዕግባት እና ን ለተናል ከረነር ሃይለ ገብሩ ኣቅርብልና ምስኡ ዘሎ ተመክሮ 60 ዓመት ወስ ክብለና።
@teflostsegay3688
@teflostsegay3688 3 жыл бұрын
Kemei Dikum Ayatatna
@nashibrhane1604
@nashibrhane1604 3 жыл бұрын
Zelalemwi Amet nakan nbxtkan yekenynla.
@teklegergismeharezgi6511
@teklegergismeharezgi6511 3 жыл бұрын
Kela hasewti leyabu nachakum belwo
@yosefahferom6893
@yosefahferom6893 2 жыл бұрын
John Jigna enkua natna konka
@jaki9653
@jaki9653 3 жыл бұрын
Shim tegagikum tsihifkumo yohannes fesshatsion yu elu nsu
@tedrosbrhane3591
@tedrosbrhane3591 2 жыл бұрын
Kubur Joni Nugese Berhane solomon tfelto do??
@yousufmussa8976
@yousufmussa8976 2 жыл бұрын
ጃህራ
@ruthtesfai5850
@ruthtesfai5850 3 жыл бұрын
Xibuq tntena. Qexlwo tarkna keyqber.etom seb qya keyHalefu.
@yousufmussa8976
@yousufmussa8976 2 жыл бұрын
ሓሳዊ
@tsegakibrom5180
@tsegakibrom5180 3 жыл бұрын
Eti tarik kulu geliskayo gin abti nay weyane zbelkayo aisemaman misaka kubur jone mekniatu kab weyane nlali eti natna zbelnayo EU telimuna . so ezi kulu saga kefilka gena weyane tibil entelika gena aiterefakan malet EU.
@user-fu2jn9rf9n
@user-fu2jn9rf9n 2 жыл бұрын
ንወዲ ፍላንሳ ድኣ ባዕልኩም ሻዕብያ እንዲኩም ቀቲልኩሞ እቲ ምስጢር ደኣ ኩሉኩም ኣይትፈልጥዎን ትኮኑ እንበበር ኩቡር ጅግና ኣቦና ጀነራል ዮውሃንስ
@mulueweldemichael7076
@mulueweldemichael7076 3 жыл бұрын
Nsu zbelo smu yohans fsehatsion nskum thbuwo sm kea yohans estifanos kemey eyu ezi guday
@wediasmara6578
@wediasmara6578 Жыл бұрын
ኣንታ ጉደፉ አንዶ bzaba ኣብ ሱዳን libya ተደርብዩ ዘሎ መንሰይ ኤርትራ ሕሰቡ
@misghinagheb9692
@misghinagheb9692 3 жыл бұрын
ZELALEMAWI ZIKRIN MOGOSIN NISWEATNA KEMUWIN GAZETEGNA EFREM GHIDE KABTOM ZBELETSU FDMXIN ANABIBAN ZIWININU BIFLAYKA BAHRI GAZETEGNA XILEBESKA EKAMO KEXLO JIGNA ERITREAWI EFREM GHIDE.
@sukmbalmefthiaykonen300
@sukmbalmefthiaykonen300 3 жыл бұрын
ወዲ ፍላንሳ ብድሕሪት ኮኢኖም መጋድልቱ ከምዝሃረምዎ አዩ ዝንገር።እዚ፡ድማ ካብ መስዋእቱ ናይ ሰበይቱ ኮነ ኢልካ ካብ እንዳ ዜና ናብ ግንባር ብምስዳድ ቀጺሉ ድማ ነታ ሓንቲ ጓሉ ውን ብከመይ ከምዝመተት ኣይፍለትን እዩ። ምናልባት ግን ኣብ ኣፍ ገበል ኮኢንካ መልሓሱ ክትቆርጽ ስለዘይትክእል።ክብሪ ይሃብካ ግን ንወዲ ፍላንሳ ስሙ ከተልዕል ዝከኣልካ
@sukmbalmefthiaykonen300
@sukmbalmefthiaykonen300 3 жыл бұрын
kzfaq.info/get/bejne/bJ1kqslyxJ2WmH0.html ናይ ወዲ ፍላንሳ part 1
@sukmbalmefthiaykonen300
@sukmbalmefthiaykonen300 3 жыл бұрын
kzfaq.info/get/bejne/b7x1hrCXmLGtiGQ.html Part 2
@selameuderetey7076
@selameuderetey7076 2 жыл бұрын
ዝይትሙሕሩና ግን ጸቂ ሾርሙጣ ጥይት ኣምሓራይ ንደቂ ኣኮለግዕዛይ ትስሕቶም ዲያ ኮይና ኢሰያስ ኢዩ ቀቲሉዎም ብሰም ኢዮም መይቶም እንዳበልኩም ነዚ ህዝቢ ኤርትራ ሰላም ከሊእኩሞ ። ደቂ ሾርምይጣ
@sukmbalmefthiaykonen300
@sukmbalmefthiaykonen300 2 жыл бұрын
ጸርፊ ናይ ስዕረት ምልክት እዩ
@ghirmaihaile4419
@ghirmaihaile4419 2 жыл бұрын
ብዓል ንስኻትኩም አብ ወርቂ መንበር ኮፍ ምባል እዩ ዝግባእ ኔሩ።ግን ምስ እዚ ሸርሙጣ ኢሰያስ አበይ።
@user-nc2if2qz9j
@user-nc2if2qz9j 3 жыл бұрын
ንምንታይ ኢዩ ተደልዩ ናይ ወዲ ፍላንሳ ሕጂ ዝለዓል ዘሎ ኣብ ግዚኡ ክለዓል ኢዩ ንግዜ ንግደፎ ጥራይ ሃራሚ እንበር ተሃራሚ ኣይርስዕን ኢዩ ቀታሊኡ ትከውን ንስኻ መን ሚሒሩኻ
@danidaniel7685
@danidaniel7685 3 жыл бұрын
Denkoro
@jesusking1558
@jesusking1558 3 жыл бұрын
Elal zemxo u mseu halafi naru yblekalo suqilka zeyelea aytzareb
@tomasmogos6239
@tomasmogos6239 3 жыл бұрын
ኣይትሓስዉ ሸዓ-ማራ! ኣሰዋውኣ ኢሳያስ ተወልደብርሃን (ወዲ-ፍላንሳ) ኣብ ሰላሕታ ወራር ብ ስለያ ውድብ ህግሓኤ ኢዩ ተቐንጺሉ። ወዲ ፍላንሳ ምስ ጴጥሮስ ሰሎሙን ስምምዕ ኣይነበሮን ስለዚ እቶም ኣብ እዋን 7ይ ወራር ካብ ከባቢ ኦሮታ ክሳብ ታባ ዓሰርተ ኣብ ከባቢ ወዲ-ፍላንሳ ዝነበሩ ኣብ ትሕቲ ጲጥሮስ ሰሎሙን ዚመሓደሩ ስለያ ኣባላት 72 ከም በዓል በየነ ርእሶም ከም ዝቐንጸሉዎ ንፈልጥ ደቂ ኣከለጉዛይ ብኣካል ኣለና። ከምኡ'ውን እታ መጻምዱ ዝነበረት "ምርየም" ናበይ ኣበለት? ስለዚ ደምቢያውያን ሸዓ-ማራ ደጊም ንህዝቢ ኣከለጉዛይ ከተታልሉዎን ከተደናግሩዎን ኣይትኽእሉን ኢኹም 'ሞ መንእሰይ ወዲ ኣከለ ነቒሑልኩም'ዩ!።
@tesfaiasbu6694
@tesfaiasbu6694 3 жыл бұрын
እቲ ዝተሓተ መዕቀኒ ናይ የእምሮ ጸገም አውራጅነት እዩ። ወያናይ ምካንካ አተሓሳስባካ ይምስክር።
@tomasmogos6239
@tomasmogos6239 3 жыл бұрын
@@tesfaiasbu6694 ኣስኩት ደምቢያ!
@wilized8584
@wilized8584 3 жыл бұрын
ደላይ ፍትሒ እየ ብቲ ትኣምነሉ ኣዘራርባ ድማ ወዲ ኣክለ እየቭግን እዚ ጸቢብ እንዳዊ ቕቢላዊ ኣውራጛ ኣይኣምነሉን,,እቲ ትብሎ ዘለኻ ግን ብመጽናዕቲ ዘይተስነየ ዘይተረጋገጸ ታሪኽ ብሙኻኑ ተኣማኒ ኣይኮነንን ብህሎኻ,,ብዓብይኡ ኣውራጛ ነውራጛ ንምንቓት እትጥቕመሉ ናይ ወያነ ፍላሊኻ ግዛእ ስልቲ እዩ,,ደቒ ደንብያ ዝብል ናይ ተጋሩ ብህሎ እዩ ንዑኡ እኻ ደጊምካዮ ስለዚ ዘቕረብካዮ ተኣማኒ ክይኽውን ፍላሊኻ ክተጥቕዕ ምፍታንካ ኣይእመንን ኣሎ ብህሎኻ።ደቒ ማእክል ብወለዶ ኣሕዋት ደቒ ዶቡብ እዮም፡ደቒ መሮኒ ንሶም ይቕርቡና ብስጋ ኣሕዋትና ካብ ተጋሩ
@tomasmogos6239
@tomasmogos6239 3 жыл бұрын
@@wilized8584 እንታይ መረጋገጺ ኣሎኒ ንስኻ ሓድጊ ናይቶም ኣምሓራን ጋላሉን ቅድሚ 30 ዓመታት ኣብ ኣከለጉዛይ ዚነበሩ? ስለዚ ናብ ዓዲ ኣቦታትካ ጎንደር ወይ ደምቢያኻ እንተትኸይድ ዪሓይሽ!።
@ourunitytobekeep8508
@ourunitytobekeep8508 3 жыл бұрын
ኣንታ ክንደይ ትጸብብ ኣውራጃ ኣውራጃ ፎእ
@user-pm3fb9er7l
@user-pm3fb9er7l 3 жыл бұрын
ሕጂ'ከ ነዚ ዲኩም ተቃሊስና ትብልዎ ዘለኩም ሃገር ኣብ ፍጹም ምልኪ ኣብ ድክነት ኣብ ጭቆና ካብ ዓለም ዝተነጸለት ሃገርን ህዝብን ኮይናስ መንእሰይ ጸኒቱስ ከሕፍረኩም ይግባእ ጠላማት።
@tesfaiasbu6694
@tesfaiasbu6694 3 жыл бұрын
ሓቅካ! ተዋሪድና ትግራወት። ቀንደል ሓርነት ወይን አጆካ ሕልሚ ነጻ እዩ።
@user-pm3fb9er7l
@user-pm3fb9er7l 3 жыл бұрын
@@tesfaiasbu6694 ኮይስ !
@kurebel2386
@kurebel2386 3 жыл бұрын
Ayoka nayna kkkkkk wehato tiray eritreas kemey hager mikana tifeltwa ekunkkkkk
@user-pm3fb9er7l
@user-pm3fb9er7l 3 жыл бұрын
@@kurebel2386 okay
@seeker795
@seeker795 3 жыл бұрын
👎👎👎 መርሐባ ንኹሉ ፉጡር ሰውራ ኤርትራ ሰብ ክአስር ክቐትል ክሐርድ ዝተፈላለዩ ገበናት ንክፍፅም ተባሂሉ ዝተመስረተ ናይ ገበነኛታት Business ስለዝኾነ ኤርትራውነት ባርነት እዩ አብዛ video እዚ ባርያ ናይ ሻዕብያ fake ኮነሬል እንታይ እዩ ዝብልዘሎ ማራ እዩ ዘገርም መፃኢ ዕድል ናይኤርትራ ቡሩህ ሙኻኑ ኤርትራ እውን ዝማዕበለት ሀገር ከምትኸውን እንዳበለ ክህውልል እንከሎ 🙄 ማራ እዩ ዝገርም 30 ዓመታት እኹል አይኮነን ድዩ ንዝኾነት ሀገር ከመይ ዓይነት ሀገር ንኽትከውን ንምፍላጥ ? እቲ ዘገርም ኩሎም እቶም ንምንታይ ይጋደሉ ኔሮም ዘይፈልጡ ብፍላይ ዝሰንከሉ አብ ኤርትራ አብ እንዳ ሱንኩላን ተጋሒፎም እዮም ዘለዉ ሽጋራ ሻሂ ክልምኑ እዮም ዝውዕሉ ብድሕሪ 1991 ዳርጋ ኹሉ ተጋዳላይ ናብ ብልሽውና እዩ አትዩ ገሊኦም አብ ስርቂ ሽርሙጥና ሐሰውቲ ናይእዝኒ ሰብ ዝሸጡ ከምዚ አብዛ video ዝዛረብ ዘሎእውን ብናይ ሐዋላ ገንዘብን ብጉቦን እንዳነበረ እንኮሎ 🙄ይገርም 30 ዓመታት እኹል አይኮነን መፃኢ ዕድል ንምፍላጥ ናይዛ አደ ባርነት ዝኾነት ኤርትራ ንምፍላጥ ክብል እንኮሎ Unlimited Surprised እዩ ዘብል
ЧУТЬ НЕ УТОНУЛ #shorts
00:27
Паша Осадчий
Рет қаралды 6 МЛН
EMN - 27 ክፋል - ዕላል ወዲ ጀበሊ  - Eritrean Media Network
56:16
ERITREAN MEDIA NETWORK
Рет қаралды 77 М.
Tv Sened Eritra  Tv Sened Eritra B/G Tekeste Haile Interview Part 14
51:19