EMN - ወዲ ጎማ ኣብ ናቅፋ- Eritrean Media Network

  Рет қаралды 36,931

 ERITREAN MEDIA NETWORK

ERITREAN MEDIA NETWORK

3 жыл бұрын

EMN - ወዲ ጎማ ኣብ ናቅፋ- Eritrean Media Network
Leave me a comment to ask any question
or contact me through my website if you'd
like to see if i can help you.
? For business inquiries contact me at ?? info@eritreanmedianetwork.com
****************************************************************
© Copyright Disclaimer Under Section 107 of the Copyright Act 1976
allowance is made for "fair use" for purposes such as criticism, comment, news reporting, teaching, scholarship, and research. Fair use is a use permitted by copyright statute that might otherwise be infringing. Non-profit, educational or personal use tips the balance in favor of fair use.

Пікірлер: 147
@Eritreanintertment
@Eritreanintertment 3 жыл бұрын
ኣኽ ሹማንጉስ ዓደይ ወሊዳ ❤️❤️
@solomonwerasi5833
@solomonwerasi5833 3 жыл бұрын
ሓርበኛ ኣይነብርን'ዩ ታሪኹ'ዩ ዝውረስ ጅግና ወዲሓወቦይ ታሪኽካን ጂግንነትካን ሰሚዐ ተሓቢነ ዓወት ንሓፋሽ።
@mussieasterayo7179
@mussieasterayo7179 3 жыл бұрын
ሰላም ከመይ ትኽዉን ዮኒ ኣብ ስራሕካ ኣሳልጦ ይምነ ብዛዕባ( ስዉእ)ሙሴ እንዳክሻ ገዛዉቱ ድሮ ናጽነት ኣብ ማርያም ግምቢ ዝተረሸነ ኢዩ ኣዚዩ መስተንክር ዝኾነ ታሪኽ ኢዩ ዘለዎ ከም ገለ ገይርካ ተተቅርበልና ጽቡቅ ነይሩ።
@joniboy7965
@joniboy7965 3 жыл бұрын
ዓሽ ዓሽ ጅግና ኤርትራዊ ብቅልጽሙ ሓጺን ዝጠዊ እንተወርወረ ዝጠሓሕሶ ንሃልሃልታ ሓዊ ፈጺሙ ዘይ ፍክር ዘተግብር ብግብራዊ ቀይሕደም ኣፍሲሶም ዝሃቡና ሂወት ሰመያዊ
@elk5824
@elk5824 3 жыл бұрын
ጀጋኑና መንግስተ ሰማይ. የዋርስኩም በጃ ህዝብን ሃገርን ከም ሽሞዓ መኺኩም ወትሩ ኣብ ልብና ኣብ ሕልናና ኣለኹም. ጅግና ኣይነብርን ታሪኹ ግን ኣይሃስስን ንኤርትራ ስለ ዝወለድኩም ኩሉ ግዜ ክትዝከሩ ኢኹም,ብጣዕሚ ነመስግነኩም ነዚ ታሪኽ ጀጋኑ ተማሃላልፉና ዘለኹም ጀጋኑ ኣጆኹም ብጣዕሚ ኢና. ንፈትወኩም ቀጽልዎ ዘላኣለማዊ ዝኽርን. ክብርን. ንጀጋኑ ሰማእታትና ዓወት ንሓፋሽ!!
@tekleabtekie5798
@tekleabtekie5798 3 жыл бұрын
ኣበት ጂግንነት ክብርን ሞጎስን ንሰማታትና ። 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏
@yosiefmerhawi6035
@yosiefmerhawi6035 3 жыл бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ ኣምጺእካ ትርጉም ናጽነት ኣመጻጽኣ ጽቡቅ ጌሩ ክርዳእ መንእሰይ ንእሽተይ ወሎዶ ናይ ነብሲ ወከፍ ጀጋኑና ኣምጽኡ ሎሚ በዞም ሕሱራት ዕሱባት ንህዝባዊ ግንባር ከቃናጽቡ የሕዝነካ እዚኦም ሂወቶም ክንዕቅብ ከይበሉ በጃና ሓሊፎም ነዛ ብርሃን ኣረኪቦምና ብዛዕባ ህንጸትን ምክልካልን ልምዓትን ምምሕዳርን ክኣ ናባና ምካኑ ኣሚና በብክእለትና ካብ ብዙሕ ምዝራብ ነንእሽተይ በብዓቅምና ነበርክት ዘለኣለማዊ ዝክሪ ንስውኣትና
@lovear3463
@lovear3463 3 жыл бұрын
ጅግና ኣይነብርን እዩ ታሪኩ ግን ይዉረስ ! ጅግና ኤፍሬም ኩላ ግዜ ኣብ ልብና ኣሎካ።
@user-dl4sc5dc1n
@user-dl4sc5dc1n 3 жыл бұрын
ኣቤት ጅግንነት ፣ ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ ተጋዳላይ ህ.ግ ።
@meharifrezghi212
@meharifrezghi212 3 жыл бұрын
ወዲ ጎማ ታሪኩ ጸብጺብካ ዝውዳእ ኣመስለንን ግን ቁሩብ ክብል ምደለኩ ንሜዳ ክምለስ ኮሎ ካብ ካርቱም ኣቤትጽሕፈ ተላታ ኣነ ንውጻኢ ክከይድ ስለዝኮንኩ ብገንዘበይ መፋነዊ ኣብዚ ክገብር ኣፍቁዱለይ በለሞ ሕራይ በልዎሞ ውራይ ተገሩ ኩሉ ፈታዊኡ ተካፈለ ምሸት ኮነ ኣብ መድረኽ ወጺኦም ኣዳለውቲ እሞ ወዲ ጎማ እሞ ሕቶ ኣሎና ናበየናይ ሃገር ኢካትከይድ ከነፋንወካ ተባህለ ሃንደበት ዘይተጸበዮ ሰብ ኣበይ ክብለኩም ትደልዩ ጅዳ ኣመሪካ ጀርመን በሉ ብዓል ሰመረዮም ዘብጉሱኒ ዝከዶ ሃገር ክኣ ኤርትራዩ በለናሞ ንሱስ ፈሊጡዋ ንይሩ ነታ መጻኢት ኤርትራ ሰማእታትና ብሳላኩም ብርሃን ሪኢና ዘላኣለ ተዘከሩ
@eyobeyob9914
@eyobeyob9914 3 жыл бұрын
ንብዓል እዚ ንጹህ ጅግና ሽፍታ ክብልዎ ሲ ዘሕዝን ዩ ።
@Hzbawit
@Hzbawit Жыл бұрын
Deqi Hager knOqbo ygbana! Wetru ab seret Jeganuna eganuna 🐪🏃‍♀️🏃‍♂️🤝🇪🇷🤝👁📚👁
@user-zm3tq7ej9j
@user-zm3tq7ej9j 3 жыл бұрын
❤️🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 Proud to be Eritrean 🇪🇷🌹🇪🇷
@gennettekeste6301
@gennettekeste6301 3 жыл бұрын
Atum tumat zenat jiganu salakum korina alona mtikelkum dima sira ala qisenu Yonas Bitami zibuq medebika qezilo thanks 🌷🌷🌷
@user-ke2hr7gw2g
@user-ke2hr7gw2g 3 жыл бұрын
ኣሕ ወዲ ሓው ኣቦይ ጅግና ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ነዓኻ ፣ ጥልያን ሓወይ ናይ ግርማይ ሓው ድማ ከምዚኣ ጌርካ ክትገልጻ ኣለካ ክልቲኦም ደቂ ሓው ኣቦይ ጎማ ፍሉይ ታሪኽ ኣለዎም ። መስተንክር እዩ ተሰሪሑ ኣብ ኤርትራ!! ብሰላም ዕረፉ ጀጋኑ! ሓውኹም ዮናስ ደበሳይ!
@user-dl4sc5dc1n
@user-dl4sc5dc1n 3 жыл бұрын
ክቡር ሓው ናዓይ ውን ቤተ-ሰበይ ኢዩ፤ ምስ ጥልያን ውን ከምኡ።
@solomonhaile8418
@solomonhaile8418 3 жыл бұрын
Yonas hawey, ane edlegna koine n'kilittom yiffelttom ye. Azyom Jeganu yom neirom klittom. 👍❤👍
@user-ke2hr7gw2g
@user-ke2hr7gw2g 3 жыл бұрын
@@solomonhaile8418 መስዋእቶም ፍሉይ ዩ ጀጋኑ የሕዋተይ!!
@solomonhaile8418
@solomonhaile8418 3 жыл бұрын
@@user-ke2hr7gw2g b'haqi 👍
@eritrawihagerawi7167
@eritrawihagerawi7167 3 жыл бұрын
ንዓይ ውን የሕዊተይ ኢዮም ኤርትራውያን ስለ ዝኾኑ ኣነ ኤርትራዊ ስለ ዝኾንኩ ዘለኣለማዊ ክብርን ዝኽርን ንስውኣትና
@tsegaandemicael711
@tsegaandemicael711 3 жыл бұрын
Men kem tegatdalay ✊🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 kbrn msganan nsweatna ✊
@eritrawihagerawi7167
@eritrawihagerawi7167 3 жыл бұрын
ኤርትራዊ ማለት ሓቦ፥ጽንዓት ጅግንነት ኢዩ ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ
@tehabenhizbey4778
@tehabenhizbey4778 3 жыл бұрын
ጅግና ይሐልፍ ። ታሪኹ ስለ ዘይሐልፍ እንሆ ይዝከር ኣሎ። ጀጋኑና ወትሩ ሐበንና ኩርዓትና!!!!
@NRYYonas
@NRYYonas 3 жыл бұрын
ዋው ታሪኽ ኤርትራዊ መዘና የብሉን ክንመውት እንበር ክንመልስ ኢሎም ዘይሓስቡ ኢዮም ወትሩ ኣብ ልብና🙏🏽❤️💪🏽
@user-uc3yo4ev9g
@user-uc3yo4ev9g 3 жыл бұрын
ሰላም የህዋት ካሊአ ታሪኽ አንተለኩም ናይዚ ጂግና ወዲ ኣደይ አባ ወሲኩኒ ብጅግንነቶም ኩሩኣት ኢና
@danitesfamcael7537
@danitesfamcael7537 3 жыл бұрын
Aye jaganu Hager amxema abana ms bexhet dea terifa enber 🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️
@musazghiasfha8361
@musazghiasfha8361 3 жыл бұрын
Merhabaa deqi eri geganu 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️👍🇪🇷
@ghenetmedhane9515
@ghenetmedhane9515 3 жыл бұрын
መስዋእቲ ዋጋሓርነት🇪🇷: ብሳላኹም ጀጋኑና:✊️ ቅሰኑ ንዘልኣለም💖::
@HAREGU1
@HAREGU1 3 жыл бұрын
ጅግንነት ናይ ኤርትራዉያን ዘይዉዳእ ታረክ እዩ ኤርትራ ንዘላአለም ትንበር🙏❤️🇪🇷🙏❤️🇪🇷🙏❤️🇪🇷🙏❤️🇪🇷 🙏❤️🇪🇷🙏❤️🇪🇷ዓወት ንሓፋሽ🙏❤️🇪🇷🙏❤️🇪🇷🙏❤️🇪🇷🙏❤️🇪🇷
@tsigetekie8166
@tsigetekie8166 3 жыл бұрын
ወዲ ጎማ ጅግና ኣቦይ ጎማ ሃፍታም እምበር ከማኻ ጅግና ከምዝወለደ ይፈልጥ ኣይነበርኩን እዛ ሓላል ሃገርና ኤርትራ ብዙሓት ጀጋኑ ኢያ ኣፍርያን ተፍርን ዘላ ብፍላይ ከኣ ድሕሪ ስዕረት ጁንታ ህወሓት ኣብ 2 ሰሙን ምስ ተደምሰሰት ኤርትራውያን ማዕረ ክንደይ ጀጋኑ ከምዝኾና የርእየካ ዘልኣለማዊ ዝኽርን ክብርን ንጀጋኑና ::
@isseyassahle7488
@isseyassahle7488 3 жыл бұрын
Aru adey jigna teqelebley 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@misginatsegay9710
@misginatsegay9710 3 жыл бұрын
Iam very proud of our HEROES !!!!🇪🇷💙🇪🇷💙🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💙🌹🙏🐪💙🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@andomabrham9106
@andomabrham9106 3 жыл бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቅ ዛንታ'ዩ ዛንታ ጅግንነት ክቡር ሓው ኣናብባግን ማራ ተሃዊካ ተንብቦ ኣለካ ንቲ ጅግንነት መቀረት ክህልዎስ ቀስ (ስሕብ) እንዳበልካ ተተንብቦ ዝያዳ ምመቀረ ኣብ ቀጻሊ ሕሰበላ እንተ ናይቶም ጀጋኑ ኣያታትና ግን ቀዲሕካ ዝውዳእ ኣይኮነን እሞ ቀጽሎ ብሃንቀውታ ክንጽበየካ'ና
@alambradani2259
@alambradani2259 3 жыл бұрын
Zelalemawi Kibrin Mogosin n sweatna🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@rahelokbazion4920
@rahelokbazion4920 3 жыл бұрын
Yeah jigna ysiwae trah beka 🇪🇷🇪🇷💪
@user-vl2sg8eh4f
@user-vl2sg8eh4f Ай бұрын
Mesziom tezfeter kendey xebuq neru ❤ jeganu eritrea 🇪🇷 🇪🇷💪💪✌️
@aronogbay72
@aronogbay72 Жыл бұрын
ጅግና ወዲ ጎማ !
@aradomkahsay5018
@aradomkahsay5018 3 жыл бұрын
እንታይ ክብል ጥረፍእኒ!!!!! ኣብዛ ሓላል መሬት ሃገር ሕድሪ ሰማእታት ዘይተፈጸመ ታርኽ የለን እንትርፎ ዘይ ተዘንተወ ክብሪን ሞጎስን ንሰምኣታትና እወ ዓወት ንሓፋሽ ብእትገብሮ ዘለኻ ምፍራሽን ምብርባርን ታርኽ የድንቀካን የመስግነካን የናስ ቀጽሎ በርትዕ ኣዘንተውቲ ከይ ሓለፉ ጉየ ተቃዳደም ምስ ግዜ ታርኽ ንሰራሕኡ ቀሊልዩ ንኣዘንታውን ሰናድንዩ ዝኸበደ ሓላፍነት ዘሰክም
@wegihuyemane2469
@wegihuyemane2469 3 жыл бұрын
nezelealem kesinkum nebru deqi Eri ✅🇪🇷💯✅💯✅✅✅✅💯🙏🙏🙏🙏🙏
@kubromghebremedhin6746
@kubromghebremedhin6746 3 жыл бұрын
ኢፍረም ወዲ ጎማ ሓው ግርማይ ወዲ ጎማ ክልተኦም ስዋኣት ሓርነት ኣብ ሽወደን ዝቅምጥ ዘሎ ወተሃደር ኢትዮጵያ ዝነበረን ኣብ ምሕራር ከተማ ባጽዕ ንመራሒኡ ኮሎኔር ብሽጉጥ ቀቲሉ ናብ ተጋደልቲ አሕዋቱ ተጸንቢሩ ኣብ ዓወት ምጽዋዕ ግዲኡ ገበረ። ከም ብዙሓት ብጾቱ ከኣ ናጽነት ክርኢ በቅዐ።ኣብዚ ግዜ አዚ ከኣ ኣብ ሽወደን ይነብር ኣሎ።
@Hzbawit
@Hzbawit Жыл бұрын
Wetru hubunat ena bjeganuna🏅🏅🏅🐪🏃‍♀️🏃‍♂️👁📚👁
@tesfayesusteweldebrhan2697
@tesfayesusteweldebrhan2697 3 жыл бұрын
efrem hawey jgna
@mesghinagheb3570
@mesghinagheb3570 3 жыл бұрын
Wowwwwwww,hawikayu ,,,?
@nebu5224
@nebu5224 3 жыл бұрын
ኣቤት ጅግንነት ዘልኣለማዊ ክብርን ሞጎስን ንሰማአታትና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@efriemafewerki8059
@efriemafewerki8059 3 жыл бұрын
No one is hero as eri soldiers
@yafetyafu7551
@yafetyafu7551 3 жыл бұрын
ሳላኹም ኮሪዕና ንነብር ኣለና ደቂ ቅድስት መሬት
@danielgebrehiwet6316
@danielgebrehiwet6316 3 жыл бұрын
Iytgage hawey Sdentn, mretn ,motn felalyom kab gorieka mnbar Abotatna tarik serihom tefiom nhna gen absdetn tifatn nnebr alena
@tsigehiwetweldesus4206
@tsigehiwetweldesus4206 3 жыл бұрын
Jegna aynbern eyu tarike eyu zewres emo emo akoyyy jegnaekamo nezlealem ktzkir ktnber eka 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪
@alambradani2259
@alambradani2259 3 жыл бұрын
@@danielgebrehiwet6316 himak! Kurub ziblo zelo yirdeaka do alo ezi teraki, metekaeta zeybila hiwetom wefiyom , medrek zitelbo hito melisom, naxnet amxiyom. Lualawnet hager miwhasin, dagme hinxa hagerin dima neana neti nishtey weledo hidri hibombomna. Niskan anen ghin entay gerna zero, anxar zeyfithawinet, kutebawi harnet, mahberarawi fithi miklas natna ejam eyu nieru nisom ab gedli gobizom ab gedli kiargu aykonun. Hadami weledo welidom entay yigber jigna jigna ayweldin eyu. Kab xegematu egrey awxini elu zihadm weledo, xegematka fit n fit eka tigetmom, ente hadimkalom xibah kindi gobo koynom yixenhuka. Hiji kea niska hadimka kitebkie aytwaraze
@alambradani2259
@alambradani2259 3 жыл бұрын
@@danielgebrehiwet6316 : defiyu zewxeaka yelen kab meretka kab hagerka, kitmikit aykealkan hadimka. Hiji abzi mexika tarik ezom jeganu aytebalshu. Wey difret minti Eritrea, tesewiom senkilom kabzi n laeli entay kigebrulka tdeli
@yafetyafu7551
@yafetyafu7551 3 жыл бұрын
@@alambradani2259 Bravo ናይበሓቂ እቲ ጸገም ታሪኽ ኣመጻጽኣ ሃገርካ ብዕምቆት ዘይምፍላጥ ዩ ንዝርድኦ ሰብ ነ ዓና ብሕይወት ክንህሉ ዝገበሩ እዮም ንሓንቲ ሃገር ከተማዕብል ከኣ ኣባልዓ ቅጫ ኣይ ኮነን ኣብ ደገ ወጺካ ካንሰር ሃገርካ ካብ ትኸዉን ፡ተገደደ ንሃገርካ ከተበርክት እንተ ዘይክኢልካ ኣፍካ ክትሕዝ ኣለካ እንበር ጀጋኑ ከተቃናጽብ ኣይግባእን።
@hagoskefali8927
@hagoskefali8927 2 жыл бұрын
ወዲ ጎማ ጅግና
@rufaelsolomon6184
@rufaelsolomon6184 3 жыл бұрын
ጽንዓት አብመትኸል
@zeze7103
@zeze7103 3 жыл бұрын
I'm so proud to be born from this blessed Eritrean precious country. Our heroes we thank u dying in order for us to live peacefully this sacrifice will never forget u you are always in our heart we always grateful for keeping Eritreans and Eritrea safe THANK YOU MAY THOSE ALIVE AND THOSE SACRIFICE YOUR LIFE WE ALWAYS U ARE IN OUR HEART. God bless 🇪🇷 and her people. Amen.
@tesfayesusteweldebrhan2697
@tesfayesusteweldebrhan2697 3 жыл бұрын
Nay ghrmay hawey ka degama
@mesghinagheb3570
@mesghinagheb3570 3 жыл бұрын
Hawikayu ezi medargti albo jigna?
@tesfayesusteweldebrhan2697
@tesfayesusteweldebrhan2697 4 ай бұрын
Thank you so much uncle ❤️ 🙏 😊
@teaghes7654
@teaghes7654 3 жыл бұрын
እንቋዕ ናብ ብርሃነ ልደቱ ንጎይታና ኢየሱስ ክርስቶስ ኣብጽሓና። ብሩኽ በዓል ልደት ይግበረልና። ኣስዒበ ክቡር ኣንባባይ ሳሙኤል ገብረኣዶናይ፡ ንዓኻ ክነቅፍ ቡቑዕ ኰይነ ዘይኰንኩስ ቁሩብ ህድእ ብዝበለ ኣጋባብ እንተ ዝንበብ እቲ ዛንታ ምመቀረ ኰይኑ ስለ ዝተሰምዓኒ ጥራሕ ኢየ። ኣናብባኻ ቁሩብ ህውኽ ዝበለ ኰይኑ ተሰሚዑኒ። ናብ በይነይ ጥራሕ እንተ ዀይኑ ግን ከምዘለዎ ቀጽል። ምስ ብዙሕ ኣኽብሮትን ይቕረታን።
@user-jx1ff9xs8s
@user-jx1ff9xs8s 3 жыл бұрын
ኩቡር ኢኻ ክብረት ይሃብካ ዝሓወይ
@ksadadishurum4426
@ksadadishurum4426 3 жыл бұрын
Nsliena elkum kem shma zmekekum semaetatna wetru ablbna sala meswaetkum hager wenina😍😍😍😍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏
@wadnakfa128
@wadnakfa128 3 жыл бұрын
المجد والخلود لشهدائنا الابرار 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤👑
@adyamyakob6736
@adyamyakob6736 3 жыл бұрын
Nwedi goma xbuku gereyezfelto Ayewe nay.Jeganu Jigna Ksenu yehwatey megadltey
@salemabdlkader7749
@salemabdlkader7749 3 жыл бұрын
ዓውት ንሓፋሽ ኣብ ኣሰርካ ኣለና ወዲ ጎማ ይቅረታ ግን ወዲ ጎማ ልዕሊ 15 ዓመት ከም ሃገራዊ ኣገልግሎት ኮይና ወራት ኣፍሺልና እቲ ዝለዓለ ኣባል ሃገራዊ ኣገልግሎት ግን ሓላፍነትና ካብ ኣዛዚ ጋንታ ዝሓልፍ ኣይኮነን ንሕናውን ንሓላፍነት ኣይንጽበን ግና ሲ ስለምንታይ ዕቤት ዘይግበር ኢሉ ውን ዝሓትት የለን ብጀካ ንዕረፍቲ ሓደ ግዘ ምስ ሓደ ወዲ ገዛውተይ ምቅሉል ኮሎነር ኣብዘማሰኹሉ ንስኹም ብጀካ ዕረፍቲ እንበር ንመሰልኩም ኣይትሓቱ ኢኹም ኢሉኒ ሓቁ ዩ
@berhanetewolde3247
@berhanetewolde3247 3 жыл бұрын
እዚ ናይ ኤርትራውን ኤርትራን:ታሪኽ ገድልን: ታሪኽ ጽንዓትን: ታሪኽ ጅግንነትን: ታሪኽ ሃገርካ ምውሓስን:ኣብ ካልኦት ሃገራት ዝተፈጸመ ኮይኑ ዘይስማዓኒ።
@ghenetmedhane9515
@ghenetmedhane9515 3 жыл бұрын
ኣብ ኤርትራ ጥራሕ'ዩ: ነዚ ኩሉ ገድልን ገደልን ዝጻወር ህዝቢ: ክብርን ሞጎስን ንሰማእታትና: ወትሩ ኣብ ኣሰሮም::
@zaidworqi5871
@zaidworqi5871 3 жыл бұрын
Seyy Abyet tbat Abotatin Ayatatnan mezena Albo Qexlwoski Ize hadus weldo tarku kiqesim Btarkina btami kuratin
@amanhidray7515
@amanhidray7515 3 жыл бұрын
ነዚኦም ሸፋቱ ክትብሎም ሃየንታ ኣለዎ እዚ ብፊልም ከማን ክትሰርሖ ዝአምነካ የለን ሳላኹም ሃገር መሊአ በሪቃ
@mistirfkri2263
@mistirfkri2263 3 жыл бұрын
Ayatat deki hamasen dea entay zele hamot ade welida tmken huxubat meanta
@g.b334
@g.b334 3 жыл бұрын
Azui des zbl tarik . Ab mnbab gn zhl mbal yedli alo qurub awk.kana memhr samiel
@hizbawiginbarginbarghinda3872
@hizbawiginbarginbarghinda3872 3 жыл бұрын
Haben Hager Shabiyawi Tegadalay Efrem! Awet N'Shabiyawit Etitrea
@rthea5208
@rthea5208 3 жыл бұрын
Jeghannu Ahiwat Wetru Jeghannu Ab Lebnna Ahiwaten Ahaten Wetru Keberu Ahiwat
@biniamasmara3799
@biniamasmara3799 3 жыл бұрын
ሓደ ካብ ጀጋኑና ዩ ዓወት ንሓፋሽ
@elsawoldu5507
@elsawoldu5507 3 жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🌹🌹🌹✊🙏
@hiwettekle8076
@hiwettekle8076 3 жыл бұрын
ሐርበኛ አይንብርን አዩ ታሩኩ ኢዩ ዝዉረስ
@yowhanayowhanies8831
@yowhanayowhanies8831 3 жыл бұрын
መርሓባ ደቂይ ሓደ ልቢይ
@srakgere1579
@srakgere1579 3 жыл бұрын
Eziom do ta shefatu ybahalu bezom nay face book sebut Ach way ane 😭😭😭😭
@siumrezene6845
@siumrezene6845 3 жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👌💪🏽
@mbrakgigi2922
@mbrakgigi2922 3 жыл бұрын
😭Gigna 💐
@user-vy7wk1vu4k
@user-vy7wk1vu4k 3 жыл бұрын
ስረ ደኣ ምሳኩም እንድያ ደይ ሕግኩም ዩ በርቲዕና እንበር ፡
@berihuhadish2729
@berihuhadish2729 3 жыл бұрын
ካብቶም ሳክት ዝጻረፉ ናትካ ኣዝያ ሃናጺት ሓሳብ እያ ።
@user-vy7wk1vu4k
@user-vy7wk1vu4k 3 жыл бұрын
ምጽራፍ ምዝልፍ ንሃገረይ ህዝበይ መንግስተይ ክብርታት ሃገረይ ኣሕሊፍካ ምሃብ የለን ምኩሕ እንድየ ሙኩሕ ኤርትራዊ ።
@srakgere1579
@srakgere1579 3 жыл бұрын
Ja nay bhaki
@user-uq7dz1in9t
@user-uq7dz1in9t 3 жыл бұрын
ወዲ ጎማን ተውሮን ክድ ሽሕ ኢዮም ኔሮም ጂግንነት ናይ እዚኦም መግለጺ ኣይርከቦን ኢዩ።
@tesfaldetweldegebriel8717
@tesfaldetweldegebriel8717 3 жыл бұрын
Taba wfuyat kibrom . Ms nay yqreta khateka deliye emo fqadegna Ente konkas ezi tewro zbehal shimun shim abuen ktnegreni do tkel
@kahsaymerhu9957
@kahsaymerhu9957 3 жыл бұрын
@@tesfaldetweldegebriel8717 tewaro masay neru
@tesfaldetweldegebriel8717
@tesfaldetweldegebriel8717 3 жыл бұрын
@@kahsaymerhu9957 selam amlak ysaka ykun.shimu men yvehal alo do bhiwet tesewieu yeqenyeley
@michaelberhe9013
@michaelberhe9013 3 жыл бұрын
Wwwawwwawa jigena 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙌💕💕💕💕💕💕💕🌿🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@hanestekle7561
@hanestekle7561 3 жыл бұрын
teawet
@tesfagaberande9878
@tesfagaberande9878 3 жыл бұрын
መንድስተ ሰማይ የዋርስካ ሰማእቲ
@mesghinagheb3570
@mesghinagheb3570 3 жыл бұрын
Entay zibeluwo jigninet eyu nayzom ayatatnas mezena albo zesdemim bi kemzi zimexet naxnet hiji ezom ni sdet kitiemena dollar kinlekakim entes kediena nab sdet zemrahna hager niribishalena snesirat nigber hizbawi ginbar dem kefilu zemxa hager wey ejamna neberkit wey win afna niexo wielu hadiru eta chugraf halengi jeganu shaebiya ayatatna ala kemkedema nihager yehlifu zihabe nebsi wekefna yehlifna kinhbo habereta ni arkanatna kinhbir ygbae awet ni hafash .warsay Ginbar mereb setit.
@biniamyohannes4508
@biniamyohannes4508 Жыл бұрын
❤❤❤❤❤
@mhretaraya123
@mhretaraya123 3 жыл бұрын
💞💞💞💞💫💫💫
@asmaratimes3140
@asmaratimes3140 3 жыл бұрын
Neziom iyom yeay nay facebook Harbegnatat “ nay hzbawi gnbar tegadelti shefatu iyom nerom “ kbleom zwiela zelewa . Nay tegadalay tariK tariK jgnnet iyu
@mengsdebesay3868
@mengsdebesay3868 3 жыл бұрын
ኣየወ ጂግነት ህዝባዊ ግንባር ክላእ
@misghinagheb9692
@misghinagheb9692 2 жыл бұрын
Efrem jigna nay menda kitwesid mewedadrti albo jigninetka wetru ab libina aleka ms kulom buxotka nizetielet kinzkrekayna .
@zereghebreyohannes3040
@zereghebreyohannes3040 3 жыл бұрын
🇪🇷👍
@berihumeretse2521
@berihumeretse2521 3 жыл бұрын
Mewekesi enterekibka nay kedamot tegadelti ewn xbuk eu neyru
@eyobbrhane16
@eyobbrhane16 3 жыл бұрын
Ezy Tarik damsiska nabay eu kon
@saskatchewans7443
@saskatchewans7443 3 жыл бұрын
Hizbawe genbar
@teswedigrma23
@teswedigrma23 3 жыл бұрын
ብዛዕባ ወዲ ፋኖ ዝብሃል ካብ መንደፈራ መሪሑ ዝወረደ ደሃይ ዘለዎ ሰብ መን ኣሎ ኣበይ ምህላው፥ዝፈልጥ እንተሎ ምናልባት ዝፈልጦ ስለ ዘለኒ የ፥ቅድሚ ምዝራበይ ገለ ደሃይ ዘለዎ እንተዝሕብር ደስ ምበለና፥
@teswedigrma23
@teswedigrma23 3 жыл бұрын
ሓደ ወዲ ነርዎ ኣበይ ከም ዘሎ ስለ ገለ ሰባት የዕሊሎምኒ ነሮም እሞ ናይ ወዱ ውን ኣበይ ምህላው
@mussiemehari9168
@mussiemehari9168 3 жыл бұрын
Sami slemntay eka qes Elka zeytenbb
@user-uq7dz1in9t
@user-uq7dz1in9t 3 жыл бұрын
ትስፋልደት ወልደገብር ኤል ብቐዳምነት በቶም ጀጋኑ ተውሮን ወዲ ጎማን ተገዲስካ ምሕታትካ የመስግነካ ። ብዛዕባ ተውሮ ሹሙን ስም ኣቡን ኢልካኒ ትሓጉሽ ምነገርኩኻ ከምቲ ትፈልጦ ኣብ ህዝባዊ ግምባር ሳጋ እተ ለጊባ ሽምካ ትድምሰስ ስለዚ ኣነ ነዞም ጃጋኑ ብቕረባ መቃልስተይ ኢዮም ኔሮም ሕጂ ከም ዓለመይ ወዲ ጎማ ሽሙ ይሰምዕ ኣለኹ ስለዚ ኣብ ዓዱ ንተውሮ ሓቲተ ክነግረካ ኢየ ብመገዲ E M N
@mussiemehari9168
@mussiemehari9168 3 жыл бұрын
Mnqaf newri zkonelu ewan
@WediFares-jf2cm
@WediFares-jf2cm 2 ай бұрын
ጅግኑ ኣቦታየ ሰብ ሓሞት ሰብ ስረ ክብር ሞጎስን ንስውኣትና 🫡🫡🦁🦁💪💪ውድቀት ንውልቀ መላኪ ኢሰያስ 👎👎👎
@logout6658
@logout6658 3 жыл бұрын
ዚ ኹሉ ጅግንነት ሓሊፎም ሕጂ ብስደት ኣብ ቅድሚት ክንስራዕ ሃገር ድማ ከም ሽንቲ ገመል ንድሕሪት ክትምለስ ከላስ ቁሩብ ትሓስቡ ዶ ህግደፋውያን ፧
@mesghinagheb3570
@mesghinagheb3570 3 жыл бұрын
Log out ya komal agame
@mussiemehari9168
@mussiemehari9168 3 жыл бұрын
Ab gtmi tray dika nifue
@binyamyemane213
@binyamyemane213 3 жыл бұрын
hegdef deki shermuta
@Hzbawit
@Hzbawit Жыл бұрын
Dkhmetka ekha gelitska!! Bhgdf Mshqath n mshfthin abiqiou eyu::
@user-yx4fz4nz6l
@user-yx4fz4nz6l 3 жыл бұрын
امشي تقدلتي تمالي
@user-qy7fh5kp9j
@user-qy7fh5kp9j 3 жыл бұрын
ኣነ ዝገርመኒ ነገር ኣሎ። ተጋደልቲ ኣብ ግዜ ኲናት ዘሕለፍዎ ውግእ ስቃይ ቅትለት ከም ሓደ ደስ ዝብል ነገረት ደጋጊምካ ምትራኻ እንታይ ትርጉም ኣለዎ። ተጋደልቲ ካብ ምግዳል ዝረኸብዎ ጥቅሚ የለን። ብዘይካ ኣካላዊን ስነ ኣአምሮን በሰላ።
@mesghinagheb3570
@mesghinagheb3570 3 жыл бұрын
Timbel mushmush komal agame entay aflituka!!!
@berihuhadish2729
@berihuhadish2729 3 жыл бұрын
ኦይ ኣታ ታይ ድኣ ኮንካ ሓሪቕካ ከለኻ ዲኻ ጺሒፍካዮ ምስ ተረጋጋእኻ ሪኢቶኻ ከተፍስስ ኔርካ።
@kiliawta
@kiliawta 2 жыл бұрын
Truly I see a sick man conditional offposition in you, your mentality is of that of juntas, you don’t have to be agame to be junta. If you think like junta then ur sick junta. معافين
@issayesberhane5917
@issayesberhane5917 3 жыл бұрын
ህግድፍ አሞ ኩሉ ታረክ ተጋደልትይ ከሐድኩሞ ታረኮም ግን ነባረይ አዩ ታረክ ታረክ ኣቦታትና አዩ ሐጀይ ግን ባናይ ወሑዳት ሰbaት ኮይና ሃገርና
@mestes4158
@mestes4158 3 жыл бұрын
Tell the history right weyane came to help 6 werar
@mesghinagheb3570
@mesghinagheb3570 3 жыл бұрын
Wixae komal resah hangol agame tarik zeybla denkoro gujileya.
@CCRUUS
@CCRUUS 3 жыл бұрын
ኣንታ ፡ ሳዲስት ፡ ናይ ፡ሕጂ ፡ ተዛረብ ። 30 ዓመት ሃገርን ህዝብን ፡ ደም ነቢዑ ። ባርያ ፡ ኢሳያስ ሳዲስት ።
@eseyastewelde4756
@eseyastewelde4756 3 жыл бұрын
salakum tesedidna ab sdet nneber alena 🐗
@weldenegodguad4974
@weldenegodguad4974 3 жыл бұрын
ህግደፍን ኮራኩሮምን ናይዞም ጀጋኑ ኤርትራዉያን ታሪኽ ኣይምልከተኩምን እዩ ኣንቱም ደቃሉ ኣይተራኽሱዎም ጀጋኑና::
@alganeshkelati9124
@alganeshkelati9124 3 жыл бұрын
ጁንታ መቃብር ናይ ደብረጽየን ድለዮ
@alganeshkelati9124
@alganeshkelati9124 3 жыл бұрын
ዕጋመ ኢኻ ውጻአ ካብዚ ናትና ታሪኽ
@alganeshkelati9124
@alganeshkelati9124 3 жыл бұрын
ዕጉም አርትራ ክትኮኑ አኹም ትደልዩ
@weldenegodguad4974
@weldenegodguad4974 3 жыл бұрын
@@alganeshkelati9124 ኣልጉ መዓረይ እምንቲ ከዳሚተይ እኳ ኢኺ ምኽንያቱ ኸኣ እምንቲ ከዳሚት ወዲ ሓወቦይ ኣይተ ኢሳያስ ስለዝኾንኪ::
@solomonhaile8418
@solomonhaile8418 3 жыл бұрын
@@weldenegodguad4974 Digital Junta Ghibresodomawi Weyane, tegettimka eka, ategit Hibey DEDEBIT 🤺🦍🤸‍♀️🐒🤸‍♀️🧟‍♀️🏌️‍♀️
@m.stefan2784
@m.stefan2784 3 жыл бұрын
Telling their history is good but you have to talk about all Eritrean Heroes .they sacrified for their people but they denied by HGDf. Clean your head ,please. I saw your video before this but move to another place(zone).
@mesghinagheb3570
@mesghinagheb3570 3 жыл бұрын
Wuxae kabzi gezana ezi geza nayti xuruy Eritreawi bi Eritrea zahamimyu komal agame wey awrajawi hangol ziwinin seb aykonen kid wuxae rishat hibreteseb kondaf senef yemuro.
@test8551
@test8551 3 жыл бұрын
Please go to school ones again and improve your English language, instead of suffering from inferiority complexity!!
@m.stefan2784
@m.stefan2784 3 жыл бұрын
@@test8551 damn
@alambradani2259
@alambradani2259 3 жыл бұрын
Tfae kabzi ata hasawi, kohali mesilka menkori. Felitkum eyu kulu Ertrawi hasewti lekbatat
@m.stefan2784
@m.stefan2784 3 жыл бұрын
You only need to update yourself because you are only announcing the heroes of one region. so shameful for you.
@isayasambasager2453
@isayasambasager2453 Ай бұрын
GAME OVER QONDAFAT BANDATAT SEREQTIY HZBOM SHAFATU RESHAT WEYANE KEMEWN DEQIY BANDATAT SHAFATU RESHAT WEYANE
УГАДАЙ ГДЕ ПРАВИЛЬНЫЙ ЦВЕТ?😱
00:14
МЯТНАЯ ФАНТА
Рет қаралды 2,6 МЛН
Who has won ?? 😀 #shortvideo #lizzyisaeva
00:24
Lizzy Isaeva
Рет қаралды 64 МЛН
Best KFC Homemade For My Son #cooking #shorts
00:58
BANKII
Рет қаралды 52 МЛН
One moment can change your life ✨🔄
00:32
A4
Рет қаралды 31 МЛН
EMN - ወፍሪ ጭርጭር ዓበደ - Eritrean Media Network
28:00
ERITREAN MEDIA NETWORK
Рет қаралды 35 М.
መዘክር ታሪኽ: መን ኮን ይስዋእ - DimTsi Hafash Eritrea/ድምጺ ሓፋሽ ኤርትራ
26:19
DimTsi Hafash (ድምጺ ሓፋሽ - Official)
Рет қаралды 21 М.
EMN - ካብ ኣገረምቲ ዕላላት ገድሊ  ( Eritrean Media Network )
21:56
ERITREAN MEDIA NETWORK
Рет қаралды 163 М.
ዝኽሪ 'ታ ቦጦሎኒ | Story of one heroic battalion - ERi-TV Documentary
45:49
Eri-TV, Eritrea (Official)
Рет қаралды 253 М.
УГАДАЙ ГДЕ ПРАВИЛЬНЫЙ ЦВЕТ?😱
00:14
МЯТНАЯ ФАНТА
Рет қаралды 2,6 МЛН