EMNA 1"ኣብ ሕምብርቲ-ጸላኢ፡ ብፈንጂ፡ ወታሃደራውያን መካይን ኣዕኒና"----- ኣባላት ሓፋሽ ውድባት ነበር። ERITREAN HISTORY AND CULTURE

  Рет қаралды 13,086

EMNA 1

EMNA 1

9 ай бұрын

EMNA 1"ኣብ ሕምብርቲ-ጸላኢ፡ ብፈንጂ፡ ወታሃደራውያን መካይን ኣዕኒና"----- ኣባላት ሓፋሽ ውድባት ነበር። ERITREAN HISTORY AND CULTURE
#Efremghidey #eritrea #ERITREANHISTORYANDCULTURE

Пікірлер: 67
@settieritrea1991
@settieritrea1991 9 ай бұрын
ሓደ ካብ ሓደ ዘይበላለጽ ታሪክ ጅግንነት ኤርትራዊ :: 🇪🇷ኤርትራውነት ክቡር መንነት🇪🇷
@user-cp8rg5kw1x
@user-cp8rg5kw1x 9 ай бұрын
ልዕሊ ጀጋኑ ጀጋኑ፡ኣብ ሕብርቲ ጸላኢ ኮይኖም ጅግንነት ድሰራሕኩም።ክብሪን ሓበንን ይሰማኩም። ሰማእታትና ይዘከሩ። ዓወት ንሓቐኛ ሓፋሽ ህዝቢ ኤርትራ ።
@eritrea8133
@eritrea8133 9 ай бұрын
ሰይ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናይ ይሃብኩም ንሕና ከኣ ውልድኩም ምኮና ሕጉሳት ኢና ወትሩ ከኣ ኣብ ኣሰርኩም ኢና ስወኣትና ከኣ ወትሩ ኣብ ልብና eritrea 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
@sirakaraya9659
@sirakaraya9659 9 ай бұрын
Gorgo very kind person in Dallas community
@dl4055
@dl4055 9 ай бұрын
ኤርትራዊ ጅግና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 እንቃእ ናትና ኮንኩም። abet hamot enber ke seb dikum nerkum ygermeni eyu,tqesnlun,hagerna meblti tkonelu gzie yhabena amlka,kab ayni tselai ykewla hagerna❤❤
@ehabhaile467
@ehabhaile467 9 ай бұрын
God Bless Eritrea & Eritreans!! 🇪🇷🙏🇪🇷
@sabazeru5602
@sabazeru5602 9 ай бұрын
Brother I am proud of you 🌹🇪🇷🐪🌴💕
@piealpha795
@piealpha795 9 ай бұрын
Mr Ephrem this is diaspora fourth front for Eritrea : እዚ ኣድጊ ንሕመዱ እኮ ከይተፈለጠና ብዙሕ ጽቡቅ ነገር እዩ ኣምጽዩልና። ክንደይ ተዳናጊራ ዝነበረት ነፍሳ ፈቲሻ ዓደይ ጽላለይ ፣ ኹሉ ድሕሪ ዓደይ ኢላ ናብ ጽላል ሃገራውነታ ተመሊሳ ፣ ክንደይ ኣብ ሃገራውነት ዘልሓጥሓጥ ኢላ ዝነበረት ብናብራ ይኹን ካልእ ምኽንያታት ዕጥቃ ሰጥ ኣቢላ ፣ ሃገራውነታ ተዓጢቃ ፣ ክሹፋ ኣደልዲላ ናብ መሳርዓ ተመሊሳ ፣፣ ብኣንጻሩ ድማ እዞም ኣድጊ ንሓመዱ ተተነፍዮም ፣ ተተነፍዮም ይወጹ ኣለዉ ፣ ናይ መንነት ቅልውላው ፣ ናይ ኣርብዓ ፣ ተወልጄ ፣ ዜብራታት ዘርጠብጠብ እንዳ በለት ትውጽእ ኣላ ፣ ገና ድማ ከንጻረ ኢና ፣፣ ናይዛ ኹላ ተንገርግር ዘላ ኣድጊ ፣ መንነታን መረበታን ከነፍልጣ ኢና ፣፣ ግብረ ሃይል ጽሩይ ኤርትራዊ መንነት ዝብል ኣቋቁምና ኣለና ፣ ናይዛ ኹላ ኣድጊ ንሓመዱ መንነት ድማ ኣቦኣን ኣዴኣን ከተፍልጥ እያ ። ተመስገን ካሕሳይ ( ሓውዜነታይ ዕባይ ኣባ ሻውል) እንታይ ኢሉ ይመስለኩም ፣ ኣነ መንነተይ ኣነጺረ ወጽየ ትግራዋይ ምዃነይ እውን ኣፍሊጠ እየ ፣ ክንደይ ኣላ በቦኣ ፣ በዴኣ ፣ ወይ ድማ ብኽልቲኡ ትግራዋይ ኮይና መንነታ ሓቢኣ ኤርትራዊ እየ እንዳ በለት ሰማያዊ ካናቴራ ተኸዲና ትጎይ ዘላ ፣ ኣብቲ ውሽጢ ኣድጊ ንሓመዱ ግን እቲ ትግራዋይ ምዃን ጸርፊ ኮይኑ ዝስምዖም ኤርትራውያን ክንዲ ኣብ መትከል ዝቃለሱ ትግራዎት ኣይኮናን እንዳ በሉ ክማላለሱ ዝውዕሉ ፣ ኸምኡውን ትግራዎት ክነሶም ትግራዋይነቶም ከይቃልዑ እንዳፈርሑ ኤርትራውያን ኢና እንዳ በሉ ነቲ ኤርትራውያን ኣብ ትግራዋይ ዘለዎም ንዕቀት ተጻዊሮም ዝኸዱ ኣለዉና ኢሉ እዩ ተዛረቡ። መንግስቲ ኤርትራ እዚ ናይ መንነት ጉዳይ ዳግመ ግምት ክገብረሉ ብኹሉ ኤርትራዊ ግንባራት ክንሰርሕ ኢና ፣ ሽወዓተ ወለድኡ ኣብ ኤርትራ ዘይተወልደ ፣ መንነት ተምጽዊትዎ ወሽለኽለኽ ዝብል ባራ ኢልካ ምብራር እዩ ፣፣ መንግስቲ ኤርትራ መንነት ምሃብ ጥራሕ ዘይኮነ ምምንዛዕ ዘካተተ ሕጊ ከውጻእ ኣለዎ ፣ ኤርትራዊነት ማለት ኣብ ኤርትራ ምውላድ ዘይኮነስ ፣ ኤርትራ ኣብ ልብኻ ምውላድ ማለት እዩ ፣፣ እቲ ዝገርም ግን ፣ ከምዚ ንርእዮ ዘለና ፣ ስርናይ ክርዳድን ናይ ኣድጊ ንሓመዱ ይፋላለ ኣሎ ፣ ምኽንያቱ ኤርትራዊ ትቅውም ሓዲሩ ፣ ትቅውም እንተ ወዓለ ኣብ ባንዴርኡ ፣ ኣብ ሉዑላውነቱ ፣ኣብ ስውኣቱ ፣ ኣብ ሰራዊቱ ፣ ኣብ ሕዝቡ ፣ ኣብ ታሪኹ ፣ ኣብ ሓድነቱ ኣይደራደርን እዩ ፤፤ ሰብ ናብ ሰብ ዝብኢ ናብ ገረቡ ተባሂሉ እዩ ወዲ ሓወቦይ ፣ ይቃወም ይደግፍ ኤርትራዊ ኤርትራውነቱ ፣ ደም ሰማዕታት ፣ ባንዴራ ሃገር ፣ ሉዕላውነት ሓንቲ ትገብሮ ፣ ዊዒሉ ሓዲሩ ድማ ኤርትራዊ ኣብ ኤርትራዊነቱ እዩ ዝዓስል እዚ ስለዝኾነ ድማ እዩ በዓል ተመስገን ካሕሳይ ( ሓውዜነታይ ዕባይ ኣባ ሻውል ) የጓንዩና ኣለዉ ኣብ ኣድጊ ንሓመዱ ኤርትራ ብ'ኤርትራውያን ጥራሕ እንዳ በሉ ፣ እሞኸ'ኣ ኣየፈለጥዎን ቀሊዑ ስለ ዘይወጸ እምበር እቲ ዝበዝሕ ኣድጊ ንሓመዱ ፣ እንተስ ሓፋስ ፣ እንተስ ቀጣን ጥማዕ ትግራይ ኣላቶ ፣ ስለዚ ኣነ በቃ ካብ ሓዲሽ ዓመት ቃልሲ ክገደፎ እየ እንዳ በለ ዘለቃቅስ ዘሎ ፣፤ ፈታዊት ነፍሳ ግዝእቲ ንዋይ ዝኾነት ሰላም ኺዳነ እቲ ብህወሓት ዝወሃባ ዝነበረ ጉኑዖ ጠጠው ምስ በለ ኣብ መጨረሽታ ሓቂ ሲዒራታ ንሕና ንቃልሲ ብቁዓት ኣይኮናን ኢላ ፣ ዋላ ድ'ኣ ገንዘብ ትፍቶ እምበር በዚ ባህሪ እንስሳ ኣድጊ ንሓመዱ ኣዝያ ዝሓነኸት ሰላም ብግዚኡ ካብዚ ኣብ ዓለም ዘይስልጡናት ግብረሽበራዋያን ( ሰብ ጫካ) ኢሎም ተሮቂሖም ዘለው በጋሚዶታት ነፍሳ ኣርሒቃ ኣላ። ኽልል ትግራይ ፈትዩ ጸሊኡ ምስ ኤርትራ ብሰላም ተዛራሪቡ ኢድ ሻዕብያ ሲዒሙ ጥራሕ እዩ ብሰላም ክነብር ዝኽ'እል ፣ ድሕሪ እቲ ኹሉ ኣብ ዝሓለፈ 3 ዓመት ዝረኣናዮ ጠራዕራዕ ድማ ናብ ቀልቡ ተመሊሱ ኣሎ ፣ ቀጺሉ ናይዞም ትማሊ ዘሸቅሎም ዝነበረ ኸደምቲ ድማ ቀድማይ ጸላኢ ህዝቢ ትግራይ እንተ ኾነ ኣይገርመንን ፣ እዚ ሕጅሂ ዝር'ኤ ዘሎ ተር'እዮታትውን ንዓኡ ዝ'እንፍት እዩ ፣ ስለዚ ድማ እዩ እዚ ድምበ ደንገርገር ፣ ደምበ ዕንይንይ ፣ ደምበ ኸደምቲ ፣ ዓውዲ ዘይብሎም ዓዲ ዘርሞ ዘርሞ ተሪፎም ናብ ጽላለ እዲሂቡሎም ኣብ ደንጎላ ምድርባይ ኣትዮም ዘለዉ ፣ ሻዕብያ ብዘተ ንዝመጸ ብዘተ ፣ ብደንጎላ ንዝመጸ ብደንጎላ ፣ ብጥይት ዝመጸ ድማ ብጥይት ግብረ መልሲ ካብ ምሃብ ድሕር ዝብል ውድብ ኣይኮነ ፣ ኣውዓ ያ ጀምዓ
@user-rt7gs1st6h
@user-rt7gs1st6h 9 ай бұрын
ጀጋኑ ! ንስኹም ዝገበርኩሞ ቃልሲ ኩሉ ሰብ ኣይኮነን ዝኽእሎ። ❤
@tefagabrhagos3348
@tefagabrhagos3348 9 ай бұрын
Good job Efrem l am proud of you thank you
@eritubegebrelulocbamichael9203
@eritubegebrelulocbamichael9203 9 ай бұрын
❤ ጀጋኑ ደቂ ኤረይ ጆ & ዳ
@lucchi3902
@lucchi3902 9 ай бұрын
Eritreawyan serhti kiya jeganu 🇪🇷👍🇪🇷👍🇪🇷💯
@rahel8766
@rahel8766 9 ай бұрын
ዳኒ ሓውና ናይ በሓቂ ካብ ሓንጎልካ ዘይ ሃስስ ታሪክ ነጊርክሙና ናይቶም ስዋኣት ስእሊ አንዳ ኣሰነካ ተዝከውን ከኣ ደስ ምበለ
@solyanayakob4805
@solyanayakob4805 9 ай бұрын
Selam nikulkum deki eza helal merit 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ajokum ajona deki eru deki metkel hizbawi ginbar 🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️🙏🙏🙏
@ehabhaile467
@ehabhaile467 9 ай бұрын
ኤርትራዊ ሰራሒ ቅያ ክበር ንበር!! 🇪🇷✊️🇪🇷
@semharbituamlak-zz6nq
@semharbituamlak-zz6nq 9 ай бұрын
Eritrea adi jeganu enka kabakum tewldna eritrewant kibur menent zelalemawi zekeri nesematatna Awet nehfash 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@user-li3rx4oh9b
@user-li3rx4oh9b 9 ай бұрын
ኤርትራዊ ገባሪ ቕያ ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑና ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ 💪 |🇪🇷 |🇪🇷 |🇪🇷
@azebghidey6457
@azebghidey6457 9 ай бұрын
ነመስግነኩም ጀጋኑ የሕዋተይ ።ኤፍረም ሓወይ በቲ ትገብሮ ዘለኻ ኣበርክቶ ነመስግነካ ⛪⛪⛪🕌🕌🕌🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️👏👏👏💐💐💐🙏🙏🙏🤗🤗🤗
@atobrhantekie5799
@atobrhantekie5799 9 ай бұрын
Love ❤❤❤ our history. Never give up. Be proud of our heroes. Long life history makers.
@meletweldehawariat4719
@meletweldehawariat4719 9 ай бұрын
Amlke edme yhbkum mes sedrakume Anbsatate hezbye 👉🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️💯💯
@solyanayakob4805
@solyanayakob4805 9 ай бұрын
Aye ezi hizebeyi ewe asetewuelu gudefu ezi tarik tarikum eyu deki eza helal merit 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 asetewuel ena nibil zelena abi zelekayo 🇪🇷♥️🙏
@woineteklea275
@woineteklea275 9 ай бұрын
Welcome wide Eritrean Thanks for your good News God bless you dekie dekie Eritrean Amen ajona ajkum God is with us Amen Amen 🙏 🇪🇷 ❤🎉🎉🎉
@yoditsemere9427
@yoditsemere9427 9 ай бұрын
ከምዚ ዓይነት ታሪኽ ተወፋይነት፣ ትብዓት፣ ጅግንነት ዝውንን ህዝቢ ይህሉ ዶ ይኸውን፣ ኣደታት ኤርትራ ሰራሕቲ ቅያ ኣየ ትብዓት ኣብ ማእከል ጸላኢ ድሌትካ ክትገብር፣ ደረስቲ ሃየ ዝውሕዝ ታሪኽ ጸሓፊ ስኢኑ ይጽበ ኣሎ፣ ጀጋኑ ኣሕዋትና እንቋዕ ውዕሎኹም ክትጸውይሉ ኣብቀዓኩም፣ ክብርን መጎስን ይሃብኩም፣ የቐንየልና ኤፍሬም ግደ።
@TesfuGerye-cn5dp
@TesfuGerye-cn5dp 9 ай бұрын
Eritrawnet kubur mennet ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@zehayeberaki60
@zehayeberaki60 9 ай бұрын
I feel very happy how do you feel when you say my mom.
@mendeferaer2130
@mendeferaer2130 9 ай бұрын
If not documented time is running. Eritrea has unbelievable stories that no other country has. No story is small story. Keep telling what happened to the Eritrean people. Let the new generation know their ancestors miraculously history.
@ehabhaile467
@ehabhaile467 9 ай бұрын
ዘልኣለማዊ ዝኽርን ክብርን ንሰማእታትና :: 🕯️ ወትሩ ዓወት ን'ሓፋሽ!! 🇪🇷✊️🇪🇷
@semaineshtewolde4360
@semaineshtewolde4360 8 ай бұрын
ጅግና ዉዲ ኤረይ ብሳላኻ ኮሪዔ ተሐቢነ አብ ከተማ አብ ከብዲ ጸላኢ ኮንካ ምስራሕ አዝዩ ከቢድን ተአፋፍን በዲህኩሞ ሎሚ ብልሳንኩም ክግለጽ ተአምር ኢዩ ክገልጾ ቃላት ይሐጽረኒ ተራ ናይ ኤፍሬም ግደ እቲ ዝዓበየ ኢዩ በጃኹም አብ Tv.Eri. አቃልሑልና ረዚን ታሪኽ አብ ከብዲ ጸላኢ ። ክብሪ ንስዉአትና ዓወት ንሐፋሽ ። 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤
@asfahamehanzel2897
@asfahamehanzel2897 9 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹❤️❤️❤️
@genetweldu385
@genetweldu385 9 ай бұрын
Ertrawi zey gebero tarik gignnet si yhlda ykewn kem Ertrawi mlua hametu ab aelem yelen 💪💪🇪🇷♥️🥰🌷🌷
@1956abraham
@1956abraham 9 ай бұрын
Nay behaki geganu ertrawnet......❤
@hayaalabid8285
@hayaalabid8285 9 ай бұрын
❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷🌹🌹💯💯💯
@terhasfessehazion7785
@terhasfessehazion7785 9 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤ 🎉🎉🎉🎉🎉🎉 Ikahlo Sabia Sabia Nizehleme ❤🎉🎉❤🎉❤🎉
@eritreanabey5628
@eritreanabey5628 9 ай бұрын
Eritrea is a land of heroes Thank you our jeganu for everything you have done for our country 🇪🇷💪🐪🇪🇷💪🐪🇪🇷💪🐪❤️🇪🇷💪🐪🇪🇷💪🐪❤️🇪🇷💪🐪🇪🇷
@senaittesfazgi9707
@senaittesfazgi9707 9 ай бұрын
They must be very very young at that time !!
@mikalaraya2924
@mikalaraya2924 9 ай бұрын
Geganu ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@maekeleyuel7855
@maekeleyuel7855 9 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@user-oz8ik5fz3i
@user-oz8ik5fz3i 9 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Astermm47
@Astermm47 9 ай бұрын
ሳላካትኩም ከማኩም ዝመሰሉ እዪም እዛ ሀገሪ ረኪብናያ ዘለና ,,ሕጂካ አብ ምዒቃባ ሐጉዝና ምኪንያቱ ብዙሐት ብቀሊል ዝመፀት ይመስለና አሎ Pls
@astertesfazgi2750
@astertesfazgi2750 9 ай бұрын
👍👍👍👍👍👍👍👍👍🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@terhasfessehazion7785
@terhasfessehazion7785 9 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤ 🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@user-uc3oh7yx7b
@user-uc3oh7yx7b 9 ай бұрын
❤️❤️❤️❤️🎉🎉🎉🎉
@abeltekle3814
@abeltekle3814 9 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹🙏🙏🙏🙏🙏
@gerrywelderufael2481
@gerrywelderufael2481 9 ай бұрын
❤️🇪🇷❣️💪👈🌍
@efremmebrahatu8682
@efremmebrahatu8682 9 ай бұрын
ናይ ዘመና ድማ ጸብሒ ምካዓዉ ኩትሻ ኣንስቲ ምምንጣል ኮይኑ ባዓል ኣድጊ ናብ ሓኮምሽቱ
@berhanetewolde3247
@berhanetewolde3247 9 ай бұрын
ደቂ ኤረይ ጀጋኑ:ንጸላኢ ኣብ ማእከል ከርሱ ኮንኩም ረመጽ ዝዃዓኹምሉ:ታሪኽኩም ብመጽሓፍ ክወጽእ ብሃረርታ ንጽበ።
@user-jo3it2ji4u
@user-jo3it2ji4u 9 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💓💓💓💓💓💓💕💕💞💞💞❤❤
@mussiemehari9168
@mussiemehari9168 9 ай бұрын
Astebhilkumula, do alekum EMNA deqi hamasien tray eya teqrb, ministry ziena dma bmknyat zeykone kone ilka zaerhalu zelo. Hager milue tarik kelo btaemi tehznu ikum gzie yfredkum.
@yoditsemere9427
@yoditsemere9427 9 ай бұрын
ወዲ ጃንዳ ጎሓፍ
@maekeleyuel7855
@maekeleyuel7855 9 ай бұрын
Anta leba guna zey gebrwo tarke deyom zengru zelwu
@selamalem6877
@selamalem6877 9 ай бұрын
ኩሉ መደቡ ትከታተሎ ዲካ ወላ ደቂ ሓማሴን ከምጽእ ከሎ ጥራይ ኢካ ትሪኦ ሕቶያ
@mysweethomeshow4094
@mysweethomeshow4094 9 ай бұрын
@tedrosmekonen4373
@tedrosmekonen4373 9 ай бұрын
❤❤❤🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@betelmesfin1888
@betelmesfin1888 9 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍♥️👍♥️👍♥️👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@dawittekleab6943
@dawittekleab6943 9 ай бұрын
ጅግንነት ኤርትራዊ መግለጺ ኣይርከቦን እዩ ፡ ግን ካብ ዘረባካ ምስ ሓደ ሓፍሽ ውድብን ሓደ ተጋዳላይን ዝበልካያ ጌጋ እያ ምስ 2 ተጋደልቲ እንተይብል ጽበቅ ኔሩ ምክንያቱ ልዕሊ እቲ ናይ ሳሕል ተጋዳላይ እቲ ናይ ከተማ ወይ ዓዲ ተጋዳላይ ወላ ከብዱ ተጸገበ ኩሉ ግዜ ሂወቱ ኣብ ሓደጋ ምስነበረት እያ ፡
@menkabmen5751
@menkabmen5751 9 ай бұрын
Hamasenetot kulu gze serahti kyan tarikn beqa anabs
@teweldemebrahtu9901
@teweldemebrahtu9901 7 ай бұрын
ንጸላኢ ከጥቕዑ ክብሉ ንኤርትራውያን አብ መጓዓዝያ ናይ ህዝቢ ዝተሰቀሉ ይልክሙልና ነይሮም, ካብ ሕምብርቲ ናብ አስመራ እትጓዓዝ ዝነበረት አውቶቡስ ፈንጂ አብ ጽርግያ ቀቢሮም መቕርብ ቤተሰብ ዱልዱል ጎበዝ መንእሰይ ሐውናን መቕርብናን ቀቢርና።
@maekeleyuel7855
@maekeleyuel7855 9 ай бұрын
Ewye adey marey gegna adetatna geganu
@woldekidanitbarek9514
@woldekidanitbarek9514 9 ай бұрын
ኣብ ሕምብርቲ ጸላኢ ኮይና ብፈንጂ ናይ ጸላኢ ናይ ወተሃደራት መካይን የዕኒና :: ካብኡ ንላዕሊ ዝዓበየ ተኣምራዊ ጅግንነት ዝፈጸሙ ጀጋኑ ሓርበኛታት ከም ባዓል ቢተወደድ ኣብራሃ ሃይለ ወ /ስላሰ ( ዱሩዕ ) ብርሃነ ገረዝጊሐር ጴጥሮስ ሰለሙን ዑቕበ ኣብራሃ ወዘተ ዝኣመሰሉ ሕጂ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ዕራ ዒሮ ብስቅያት ዝበልዩ ዘለዉ ጀጋኑ ኣለዉ :: ንመን ንምድንጋር ኢዩ እዚ ትብሎ ዘለኻ ? መን ንሻዱሽይ ወራር ንሰላሕታ ወራር ንሻዋዓይ ወራር ኣፍሺሉዎ ? ንኹሉ ወራራት አፍሽሉ ንኤሪትራ ሃገር ዝገበሩ እዞም ኣብ ላዕሊ ዝጠቐስኩዎም ዶ ኣይኮኑን ? ኢሳያስ ኣፈወርቂ ? ሓጎስ ክሻ ? የማነ ገ /መስቀል ? የማነ ማንኪ ? ዋላ ሓደ ኣብኡ ዝዋዓለ የብሎምን :: እቶም ኣብቲ ጽንኩር ውግእ ኣደይ ንምንታይ ወሊክኒ ዘብል ንምፍጣሮም ዘጽለኦም ግን ካኣ ቆራጻት ጀጋኑ ሓበኛታት ኤሪትራ ንዓለም ብዘገርመም ጅግንነት ዘገረሙ ሕጂ ኣበይ ኣለዉ ? ኣብ ዕራ ዒሮ ቤት ማእሰርቲ ይበልዩ ኣለዉ :: እዚ ዶ ኣይኮነን ኣይኮነን እቲ ሓቂ ? ናይ ጀጋኑ ጅግንነት ሰሪቕካ ጅግና ክትከውን ኣይካኣልን ኢዩ :: ሓቂ ይቀላዕ :: ሓሶት ይደፈን :: ይቀበር :: ሓቂ ንዘልኣለም ትዓምብብ :: ሎሚ ህዝበይ ዘይበለ ካባና ይፈለ :: ተስእ ወዲ ሃገር :: ኣእሙሮኻ ኣይትዓመት :: ንቓሕ :: ነቲ ድምጹ ተዓቢሱ ዘሎ ምስኪን ህዝብኻ ድምጺ ኩኖ :: ጭቆና ይኣክል በል :: EENOUGH IS ENOUGH. THE DICTATOR MUST GO. በል :: ንሰብ ኣይትፍራሕ :: ንእግዚኣብሄር ፍራሕ :: ጥቅሲ ናይ ብጻይ ኩቡር ጅግና ሓውና ቢተወድድ ኣብራሃ ::
@semaineshtewolde4360
@semaineshtewolde4360 8 ай бұрын
ወይ ንስኻምበር ቢተወደድሲ አይበለን ድሓር ከአ ህዝቢ ኤርትራ አብ ደገን አብዉሽጥን ተቓሊሱ እንድዩ ታሪኽ በቲ አብአ ብዝነበረ እያ ትግለጽ ዋእ አታ ከተቋንጽብ አይትሐፍርን እቲ ታሪኽ ዝፈጸመ ክገልጽ መንዶ ከሊእዎ ኢዩ ??
@Eritrea143-com
@Eritrea143-com 9 ай бұрын
Merhaba seb elama mrhaba akrebti zmedeb azina nkorie nhben awet nhafash🇪🇷🙏🐪❤️
Эффект Карбонаро и нестандартная коробка
01:00
История одного вокалиста
Рет қаралды 9 МЛН
New model rc bird unboxing and testing
00:10
Ruhul Shorts
Рет қаралды 23 МЛН
ኤርትራ
6:10
AD Habeshawit
Рет қаралды 12 М.
"ሽም የብልናን" ሓዳሽ ትግርኛ ተዋሳኦ ካብ ግንባር
12:04
ብራኸ ትግራይ Berakhe Tigrai
Рет қаралды 36 М.