No video

EMNA 1 ብጾተይ ኩላቶም ተሰዊኦም። መተዓልልቲ ስኢነ ERITREAN HISTORY AND CULTURE

  Рет қаралды 33,883

EMNA 1

EMNA 1

Күн бұрын

EMNA ብጾተይ ኩላቶም ተሰዊኦም። መተዓልልቲ ስኢነ ERITREAN HISTORY AND CULTURE #Eritrean #eritreanhistory #eritreanmovie #Efremghidey #eritrea #ERITREANHISTORYANDCULTURE

Пікірлер: 191
@selamhadgu4628
@selamhadgu4628 5 ай бұрын
ሓርበኛ ኣይነብርን ዩ ታሪኹ ዩ ዝውረስ ዘልኣለማዊ ክብርን ዝኽርን ንሰማእታትና ቅሰኑ ጀጋኑና ኣለና ኣብ ኣሰርኩም ሕድርኩም ንምትግባር ወትሩ ድልዋት ኢና 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@fekertesahlesahle857
@fekertesahlesahle857 5 ай бұрын
😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊
@genettekeste3951
@genettekeste3951 5 ай бұрын
ዋይ ኤፍረም። ክቢሪ ይሃቢካ ዝፈትዎ ገዲም ተጋዳላይ ወዲ ሸቃ ዘምጻእካዮ ።ምስ ዝፈትዋ ክቢሪቲ ባዓልቲ በይቱ ጽገ ።ቢጣዕሚ ተሓግሰ። ናይ ቀደም ቢጾተይ። ❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@yonas5644
@yonas5644 5 ай бұрын
ኤርትራ ንዘልኣለም ተከቢራን ተሓፋራን ክትነብር ያ ክብርን መጎስን ንስወኣትን ህልዋትን ጀጋኑ ህ ,ሓ,ም,ኤርትራ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷😍
@kibromweldesilasie-gc5qe
@kibromweldesilasie-gc5qe 5 ай бұрын
Thank you For all Service ī🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏❤️🌍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪♥️🛖🇪🇷🇪🇷🐪
@sielughebreweld420
@sielughebreweld420 5 ай бұрын
ሂወት ደለዎ ዓቢ መጽሓፍ፡ ሓበን ሃገር። ብደቂቕ ትማል ከም ዝወዓሎ ጌሩ ምዝካሩ ገሪሙኒ። ኣብ ሓንቲ ክፋል ከይትውዳእ ክሓስብ ጸኒሐ። የቀንየልና ክቡር ኣቦና። ኤፍሬም ሓዉና ዉን ምስጋና ይኹንካ ታሪኽ ትጥርንፈልና ደለኻ።
@ghenetmedhane9515
@ghenetmedhane9515 5 ай бұрын
ታሪኽ ጀጋኑና እናክትሰምዖ ዝደምቕ: ቅሰኑ ሰማእታትና: ምቕሊ ሰማእታትና ተ / ጋ ተሽመ ንኸተዘንቱ እንቃዕ ኣብጸሓካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💖🙏🏽::
@nohisack7796
@nohisack7796 5 ай бұрын
ንሰማእታት ኤርትራን አርካናትን አብ ነፍሲ ወከፍ መዓልታዊ ሂወትና አለኩም ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@dana.j9062
@dana.j9062 5 ай бұрын
ጀጋኑናን ሰማእታትናን ንናጽነትናን መንነትናን ብሲኦል ሓሊፎም ሕጂ ውን ምዕራባውያን ተጻረርትን ኣሻንጉሊቶምን ዘይጠቕሙ ከዳዓትን ኣለዉና ግን ኤርትራና ወትሩ ኣብ ​​ልዕሊ እቶም መርዛማት ተጻባእቲ መንሽሮ ክትዕወት ​​እያ። 💫🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏💫
@selamhadgu4628
@selamhadgu4628 5 ай бұрын
ወዲ ሸቃ ዕድመን ጥዕናን ክምኡ ውን ክብር ሞጎስን ይግባኣካ ኣርካን ገድሊ ጅግና እዚ ዩ ኤርትራዊ ዜጋ ንበር ክበር ወዲ ሸቃ 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@selamnukulu5368
@selamnukulu5368 5 ай бұрын
ሰላም ሰላም ደቂ ኤረይ ናይ ጅግና ሓርበኛ በርሀ ጻዕዳ ታሪኽ ባ ኣቅርብልና ኣብ ቀጻሊ🇪🇷🥰
@eritreamahder303
@eritreamahder303 5 ай бұрын
ክብሪ ንጀጋኑ ኤርትራውያን።ክብርን ሞጎስን ይግባኣካ ኣርካን ገድሊ ጅግና ኩቡር አቦና ❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ዘልኣለማዊ ክብርን ዝኽርን ንሰማእታትና ቅሰኑ ጀጋኑና ኣለና ኣብ ኣሰርኩም ሕድርኩም ንምትግባር ወትሩ ድልዋት ኢና 🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷 ዓወት ንሓፋሽ !!!
@hidryhidry7238
@hidryhidry7238 5 ай бұрын
ጅግና ወዲ ሸቃ፡ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ። ክብሪ ንወርቃዊ ወለዶ ገድሊ ኤርትራ። ዓወት ንሓፋሽ🐪✊🏽🇪🇷🐪✊🏽🇪🇷
@zahaykassette8094
@zahaykassette8094 5 ай бұрын
መርሓባ ኤፍሬም ዕንባባ ንበር ክበር ጅግና ወዲ ቀይሕ ባሕሪ ኤርትራ ⚓️🇪🇷⚓️ ⚓️🇪🇷⚓️ሻዕቢያ ኤርትራ ንኤርትራውያን
@teweldemeharzgi4205
@teweldemeharzgi4205 5 ай бұрын
ንሓደ ብዙሕ ዘይዝከር (ኣቀዲሙ ስለ ዝተሰውአ) ጅግና ስውእ ዓብደላ ሸይድ ምጥቃስካ ስውእ ተኽለብርሃን ሓንክሽ ካብቶም ቀድስሞት ጀግኑ።
@WarsaYYikealo1249
@WarsaYYikealo1249 5 ай бұрын
ዘልኣለማዊ ዝኽርን ክብርን ንሰማእታትና፡ዓወት ንሓፋሽ! ✊🏿🇪🇷🐪
@kiflesolomon6333
@kiflesolomon6333 5 ай бұрын
EFRIEM GHIDE JIGNA WEDI ERI QEXLO 🎉🎉🎉 KIBRN ZIKRN NETOM LEYTIN QETRIN KEYTEHALELU HIWETOM ZIHABU HARBENGATAT ERITREANS FREEDOM FIGHTERS 🎉🎉🎉🎉 EGZIABHIER AMLAK ERITREA HZBAN YBARK 🎉🎉🎉🎉
@GdeyGeremicheal-nl5ly
@GdeyGeremicheal-nl5ly 5 ай бұрын
ፆድመን ጥፆናን ይሃብካ ወዲ ሸቃ ብትኩርካ ኣለኻ ብጣፆሚ ደስ ኢሉና ገጽካ ምርኣይና
@giromkidane2994
@giromkidane2994 5 ай бұрын
ኽብርን ሞጎስን ንስዋ አትና ንኽቡር ሓውና ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ💎💎💎💎💎🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@abdulkadertaha1891
@abdulkadertaha1891 5 ай бұрын
ወዲ ግደ ናይ ባሓቂ ጽቡቅ መደብ ቀጽሎ ጀጋኑ ኣያታትና ዓለም ከይርክቦቶም ነዞም ዘለው ኣይትሕመቅ ክብረት ይሃብልና። ታሪኽ ብመጽሓፍ ካብ ዝይተጻሓፈ ብቃል ጀግኑ ክስነድ ኣለዎ ። የቅንየልና ወዲ ሽቃ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ናትና ጅግና። Thans for your service.
@haderakelati1160
@haderakelati1160 5 ай бұрын
መብዛሕቶም ተጋደልትና ነቲ ዝሓለፍዎ ቃልሲ ዳርጋ ቡዙሕ ከምዝረስዑዎ እዮም ድዛረቡ ናይ ወዲ ሸቃ ግና ከምዛ ናይ ትማሊ ጌሩ እዩ ዘዕልል ሉቡ ዊን ቡሩህ ኣሎ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦ።ኤፍሬም ድማ ነመስግነካ ንፉዕ ባሓቂ። ናቅፋ ዋልታ ጽንዓት ሓንሳብ ምስተታሕዘት ደጊማ ናብ ጸላኢ ዘይወደቀት ድሒራን ቃሩራን ኣፍ ዓበትን ቀጺለን ብጅግና ህ ሓ ሓ ኤ ናይ ሽዑ። ❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🙏🙏🙏❤!!
@user-rp5oz4pw5h
@user-rp5oz4pw5h 5 ай бұрын
ጅግና ወዲ ሸቃ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ፡ ክብሪ ንወርቃዎ ወለቦ ገድሊ ኤርትርስ፡ ዓወት ንሓፋሽ❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@asmerethadgu9816
@asmerethadgu9816 5 ай бұрын
Kibren mogesen nswatn 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️
@dh1208
@dh1208 4 ай бұрын
ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታትና 🇪🇷🌹🇪🇷 ወትሩ 🇪🇷❤️🇪🇷ዓወት🇪🇷❤️🇪🇷ንሓፋሽ
@tsehayeatobrhan6569
@tsehayeatobrhan6569 5 ай бұрын
ኣየወ ጅግንነት ኣያታትና! ሎሚ ከኣ ከምዚ ገሮም ዘምጹልና ሃገር,ኣብ አዉሮጳን ኣመሪካን ኮይኖም ዝወራዘይ ዘለዉ ክነቅሓሎም ኣሎና
@zafubeyene4688
@zafubeyene4688 5 ай бұрын
Zelalami zikri n swatna Awet n hafash . 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹❤️❤️❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@teweldemeharzgi4205
@teweldemeharzgi4205 5 ай бұрын
ሰላም፡ወዲ ሸቃ። ክብርን ሞሳን ንዓኻ ይኹን ሓርበኛ ። ናይ ምዝካር ክእለትካ ኣድኒቀዮ። ኣብተን ኣብ 75 ዝነበራ ኣሃዱታት ግን ብዘይካ ክፍልታት ኣብ ሰሜን ቦጦሎን 10 ኣብ ደቡብ ሓይሊ 45 ናይ ከቢድ ብረት ኣሃዱታት ከምኡ ድማ ኣሃዱታት ሃንደሳ'ውን ነይረን።
@user-ct9bq5fy1o
@user-ct9bq5fy1o 5 ай бұрын
المجدا والخلود لي شهدائنا الأبرار
@esayastesfamariam6931
@esayastesfamariam6931 5 ай бұрын
Anabese deki Eri ❤ 🎉 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@user-np1jn3se5d
@user-np1jn3se5d 5 ай бұрын
ዘልኣለማዊ ዝክሪ ንስማአታት ❤❤❤❤
@user-pe4vt6md7b
@user-pe4vt6md7b 5 ай бұрын
እዚዩ ታሪኽ ኤርትራ እዝኦም ዮም እቶም ንዘይስገር ሰግሮም ንኤርትራ ደረከቡና ነዚ ታሪኽ ደዘምብዕ ወይልኡ ክቡር ናይ ጀጋኑ ጅግና ብታሪኽካ ኩራዕ❤🌷🇪🇷🌻🇪🇷💐🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@solomonhaile8418
@solomonhaile8418 5 ай бұрын
Teshe We'd SHEKA Good seeing you my brother! ❤️ May your life's journey be blessed and accurate with a good health that leads to happiness forever!❤️🇪🇷❤️ Gujjile-Bahli-Awate Ararib👍
@senait4255
@senait4255 5 ай бұрын
ERITREAWI Kubur Mennet forever Alawys YESSSS ♥️ 🇪🇷 🕌 🙏🏽 ⛪️ ❤️ 🇪🇷‼️
@letigebrekristos3282
@letigebrekristos3282 4 ай бұрын
ጉረመስቀል ራእሱ ኩቡር መተዓብይቲ😢😢😢😢 ዘልኣለማዊ ክብርን ዝኽርን ንጀጋኑ ስውኣትና
@user-hh3yi2ys9l
@user-hh3yi2ys9l 5 ай бұрын
Wedi sheka walta hager jigna nebri moror nay Sebeatat am proud to see u . behansab ab Hanti hayli nerna gobez u neru kemea elu alo kab kulu nay mezkar kealetu zegerem u ❤❤❤❤
@keseteteklay190
@keseteteklay190 4 ай бұрын
ኢፍረም ግደ ትገብሮ ዘለኻ ቃልሲ መወዳድርቲ የብሉን'ሞ ኣብ ስራሕካ ኣሳልጦ ይምነየልካ !!❤❤❤🎉🎉🎉
@rebeccahaile3701
@rebeccahaile3701 5 ай бұрын
ብሐቂ ሂወትካ ዝዛኽክር ካብ ሃተውተው ወጺእካ ነዚ ሰሚዕክ ዘይሙኖ ክትሰምዕ ከሎኻ መንፈስካ ይሕደስ ዋላ ተማላሊስካ እንተ ስማዕካዮ ዘይምኖ ጥዑም መግቢ እዩ ኤፍረም ብሐቂ ጽቡቅ ክብሪ ይሃብካ ።ክቡር ገዲም ተጋዳልይ ይተሾመ ወልደኺድን ብሐቂ ዘገርም እዩ ልክዕ ከም ዘንብብ ኮይኑ እዩ ዝዛረብ ዕድመን ጥዕናንን ይሃብካ። ዓወት ንሐፋሽ።
@kokobawedi865
@kokobawedi865 5 ай бұрын
How jmj😊iiii😊biiii😊iiom😊ouijiuj8i8j89nu..iiom njj888😊j8ij8m8i8oii8
@kokobawedi865
@kokobawedi865 5 ай бұрын
8ij
@kokobawedi865
@kokobawedi865 5 ай бұрын
8
@kokobawedi865
@kokobawedi865 5 ай бұрын
88😅
@kokobawedi865
@kokobawedi865 5 ай бұрын
7k
@hagerawitekkali4209
@hagerawitekkali4209 5 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ግርም ተሞኩሮታት:: ንድሕሪት 47 ዓመታት ኢኻ መሊስካና. 🦾🦾
@terhasfessehazion7785
@terhasfessehazion7785 5 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤ Eritrea 🇪🇷 sabianizehleme Agoka Eritrea Agokumo Eritrea 🇪🇷 ❤🎉❤🎉
@aluuuu924
@aluuuu924 5 ай бұрын
ጅግና ወዲ ሸቃ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ❤
@rahelokbazion4920
@rahelokbazion4920 5 ай бұрын
Kibrin zikirin n semaetat Eritrea 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✅
@dehabtekle4643
@dehabtekle4643 5 ай бұрын
Jeganuna wetru hubunat kuratn ena beakum thgoslun tearflun gze yhabkum !!!! Kubur Samial gde DMA batgebrwo kulu gzie agubat ana amo bzleale qexl wedi Ereyyyyy 👍👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@yohahmichael1442
@yohahmichael1442 5 ай бұрын
ዝኽርን ክብርን ንሰማእታት ዓወት ንሓፋሽ !!! 🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤ . . . 👍🌷🌹💐🌾
@keseteteklay190
@keseteteklay190 4 ай бұрын
ክብረት ይሃበልና ኣርካናት ገድሊ !!❤❤❤🎉🎉🎉
@HeriWelderfeal
@HeriWelderfeal 2 ай бұрын
🇪🇷🕯ብልጽግቲ ምዕብልቲ - ኤርትራ ክትህልወና ፥ ብዕዮ ሰራሕ - ይደበሱ ስውእትና!!!!🕯🇪🇷
@abebaderar8298
@abebaderar8298 5 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️🌺
@sassone5106
@sassone5106 25 күн бұрын
Good job guys! Keep it on. Efrem Ghide with your team. We would love if you could introduce your team to us.
@mebrahtubeserat5742
@mebrahtubeserat5742 5 ай бұрын
ነመስግን ጀጋኑ ሳላካትኩም አደልዲልና ንረግጽ አሎና ክብሪ ይሃብኩም ጀጋኑ ጅግና ወዳ ሸቃ ዕዓድመ ይሃብካ❤❤❤
@user-fp1tg6zp4q
@user-fp1tg6zp4q 5 ай бұрын
Nber kber jgna hawebo🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@robelhaileab3706
@robelhaileab3706 5 ай бұрын
Kebren mogsen nesmtetna 🙏🏽🙏🏽🙏🏽🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️
@Eri-ef6hz
@Eri-ef6hz 5 ай бұрын
❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉🎉
@hagosweldat7724
@hagosweldat7724 5 ай бұрын
Zetiku worqawiyan abotat adetat sile Eza hager kulu tiniom zehabkum abi kibri alona🎉❤🎉❤❤❤❤
@zewdi0987
@zewdi0987 5 ай бұрын
Wedi sheqa ms sdraka edmen tena yhabka fetari 🙏 klom swatna wetru ab lbna kbrn mogosn nswatna I proud to be Eritriyan ❤️❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@user-Eri
@user-Eri 5 ай бұрын
ክብሪ ንጀጋኑ ኤርትራውያን።
@siumhiskias1199
@siumhiskias1199 5 ай бұрын
ነባሪ ሂወት የለን : ነባሪ ታሪኽ እንበር: የግዳስ ኣሕዋት ምስልናን ሕቖናን እዚ ደርማስ ፍጻሜታት ሰማእታትናን ሕልዋትናን እዩሞ : ንሰንዶ ንምሃረሉ ድማ እዚ ወድሓንኩም ::
@melatstrass9787
@melatstrass9787 4 ай бұрын
❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷🙏
@simrethabtemariam7809
@simrethabtemariam7809 5 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️
@fkadumehari3506
@fkadumehari3506 5 ай бұрын
❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤
@user-rp9xp6hy1x
@user-rp9xp6hy1x 5 ай бұрын
Good job Eifar
@ahdanomtesfu8463
@ahdanomtesfu8463 5 ай бұрын
Harbena aynebrnu tariku eu zwres 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 ktet wedi Erey ✊✊✊edmen tenan yhabka kubur Abo🙏🙏 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@letenseafesshaye7801
@letenseafesshaye7801 5 ай бұрын
መርሐባ እፍረም ኩሉተቅርቦ ፕሮግራም ብጣዕሚ ጽቡቅ እዩ ቀጽሎ ለተንስኤ ሽወደን🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇸🇪🇸🇪🇸🇪🇸🇪🇸🇪🌹🌹🌹🌹💐💐💐💐🏆🏆👍👍👍🙏
@tesfutsegsy2385
@tesfutsegsy2385 5 ай бұрын
Alena ajoka Tegedalay Teshome wedi shiqa Alena yehewatqa kisen hagerna ahlifna aynihebn zebet ajoka wedi hager 🇪🇷
@teklebarey5922
@teklebarey5922 5 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@semaineshtewolde4360
@semaineshtewolde4360 5 ай бұрын
ሰላማት ኤፍሬም ግደ ❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷
@yohannestekle3195
@yohannestekle3195 5 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@hizbawiginbarginbarghinda3872
@hizbawiginbarginbarghinda3872 5 ай бұрын
👍 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@delinaghirmaye1591
@delinaghirmaye1591 5 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@tesghazeremariam3887
@tesghazeremariam3887 5 ай бұрын
❤❤
@EPLFVISION1962
@EPLFVISION1962 5 ай бұрын
መስዋእቲ ንስለ ናጽነትን ልኡላውነትን ኤርትራን ከቢድን ረዚንን እዩ እሞ ሃየ መንእሰያት ንኩሉ እንተታት ንክተት❤❤❤
@elsawalday2717
@elsawalday2717 5 ай бұрын
Wedi sheka harbena jigna brhan hager edmen tenan yhabelna ❤🌹🇪🇷🙏 zelalemawi zkri kibrin mogosn njeganu semaetatna 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️👑🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏 Awet n hafash!!!!
@yosiefzighta3445
@yosiefzighta3445 5 ай бұрын
❤❤❤
@helendaniel5368
@helendaniel5368 5 ай бұрын
❤❤❤❤
@abessamaria4155
@abessamaria4155 5 ай бұрын
Wel come deke Eri halalat edmn tenan yehabkum🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷👍👍
@kokobbrhane9674
@kokobbrhane9674 5 ай бұрын
❤🎉❤🎉❤🎉
@alem2627
@alem2627 5 ай бұрын
❤️🇪🇷❤️🙏🏽👍🏽🇪🇷🌴
@asmeromghoitom3283
@asmeromghoitom3283 5 ай бұрын
Baba tosheme jegna edmen tenan yhabka ezghabher amlak.❤❤❤❤❤❤❤
@kibromweldesilasie-gc5qe
@kibromweldesilasie-gc5qe 5 ай бұрын
Thank you for all Serviceõ
@selamawitzeretewelde1146
@selamawitzeretewelde1146 5 ай бұрын
❤️🇪🇷🇪🇷💪🏼💪🏼💪🏼🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️
@mihretk5981
@mihretk5981 5 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️
@freweiniasmelash4760
@freweiniasmelash4760 4 ай бұрын
💐🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@tsegaysolomon8343
@tsegaysolomon8343 5 ай бұрын
ኤርትራ ሳላኹም ሃገር ኮይና፡ ንዘለኣለም ክበሩ፡ ጀጋኑና
@meazaghirmay6270
@meazaghirmay6270 5 ай бұрын
Welcome Eritrea 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🎉🎉🎉
@anna-mariaasfha9264
@anna-mariaasfha9264 3 күн бұрын
❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏
@miliyonm8530
@miliyonm8530 5 ай бұрын
33:47 taarebu 🎉
@ERITREAN91Asmera
@ERITREAN91Asmera 4 ай бұрын
Zelalmawi Zkri nswatna
@user-xx1gt8wf6m
@user-xx1gt8wf6m 4 күн бұрын
bejkum ms aboy arakbuni
@efriemgebre5013
@efriemgebre5013 5 ай бұрын
ይቀንየልና ጀጋኑና
@henokhiyabu9981
@henokhiyabu9981 5 ай бұрын
This history is part of Eritrea.
@michaeltesfaldet5832
@michaeltesfaldet5832 5 ай бұрын
ካብ ኩሉ ኣቐዲመ ከመይ ኣለኹም እንዳበልኩ ጽቡቕ ንኽትህልዉናይዘልኣለም ሰናይ ትምኒተዩ ናብ ልዑል ኣምላኽና ድማ ሰሰናዩ ክግብረልኩም ምሕጽንታይ የቕርብ። ጅግና እፍሬም ግደ ብእትቕርቦ ኩሉ ብዛዕባ ጀጋኑና ስውኣትናን ኩሉ እንትንኦም ንሃገር ዝኸፈላን ዝኸፈሉን ምስ ብዙሕ ኣኽብሮት ምስጋናና ንቕርብ። ብዛዕባ እታ ውግእ ኣብ ከባቢ እምባደርሆ ዓመጺ ዝበላ ተኸቢብና ፈንጢስና ወጺእና ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ኣብ ዕናላላይ ኔሮም ዶሽካ ኣብቲ ግዜቲ ብህግን ትሓኤ ኩሉ ከባቢ ህዝብን ዘድንቖ ዝነበረ ስዉእ ጅግና መሓሪ ሳሙኤል ተሓጊዝክምዶ ዋላስ ጀብሃ ሓንቲ ኣይገበረትን ኢልካ ሕተቶ ምኽንያቱ ፈጺሙ ስለዘይጠቐሳ ኣብኡ ደቁቲ ከባቢ ተጋደልቲ ስለዝተሰውኡ ሺዑ ተፈሊጡ ህዝቢውን ከም ኩሉግዜ ተኻፊሉዩ። ታሪኽ ከም ኣፈጻጽምኡ እምበር ከም ብሃሊኡ ኣይኮነን። ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንስውኣትና ክብሪን መጎስን ምስጋናን ንኩሎም ጀጋኑን።
@temesgenamlak4301
@temesgenamlak4301 5 ай бұрын
በጃ ህዝቢ ብርሃን ዓይን ዘወፈኻ ጅግና ክብሪ ይግባኣካ
@militegebrenegus6390
@militegebrenegus6390 5 ай бұрын
Merhaba deki.erey. ertrawinet. Kubur.mininet. kibrin.misganan. nisematatna..e.ni.serawitna..🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷
@tesfomesak1699
@tesfomesak1699 5 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@lemlemseyoum6476
@lemlemseyoum6476 5 ай бұрын
Thank you my Hero we going to watch the next one tha keep going 🤎🇪🇷🤎🇪🇷🤎🇪🇷🤎🇪🇷🤎
@mebrahtubeserat5742
@mebrahtubeserat5742 5 ай бұрын
ጋዜጠኛ ኤፍሬም ግደ ነመስግነካ❤❤❤❤
@edenpazom9452
@edenpazom9452 5 ай бұрын
ሰላም ደቂኢረይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤
@MelakeKiflom
@MelakeKiflom 5 ай бұрын
❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@helendaniel5368
@helendaniel5368 5 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤
@abrahamasefaw6738
@abrahamasefaw6738 5 ай бұрын
❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍🏾👍🏾👍🏾
@siumhiskias1199
@siumhiskias1199 5 ай бұрын
ዱልዱል መሰረት ገዛን መሰረት ገድልን ነባሪ ዕድመ ኣለዎ: ወትሩ ዝኽሪ ንሰማዕታትና ::
@bokreziongebreamlake9516
@bokreziongebreamlake9516 5 ай бұрын
@almaztsegay8854
@almaztsegay8854 5 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤🙏🙏🙏🙏
@elsafessehaye9397
@elsafessehaye9397 5 ай бұрын
Kolu Gize Aebilbna Sematatina
Prank vs Prank #shorts
00:28
Mr DegrEE
Рет қаралды 7 МЛН
Revolutionary Uses for Leftover Styrofoam
00:19
Делай сам
Рет қаралды 6 МЛН
Running With Bigger And Bigger Feastables
00:17
MrBeast
Рет қаралды 131 МЛН
ተሰዊኡ ተባሂሉ ዝኽሪ እናተገበረሉ  - ሰርፕራይዝ
31:27
Plot Media-ፕሎት ሚድያ
Рет қаралды 21 М.
Prank vs Prank #shorts
00:28
Mr DegrEE
Рет қаралды 7 МЛН