ተሰዊኡ ተባሂሉ ዝኽሪ እናተገበረሉ - ሰርፕራይዝ

  Рет қаралды 21,355

Plot Media-ፕሎት ሚድያ

Plot Media-ፕሎት ሚድያ

4 ай бұрын

ጆኖሳይዳዊ ወራር እንተጋጥም መሬት እንዳባፃሕማ (ዕዳጋ ዓርቢ) መላምል ደቃ ንመኸተ መሪቓ እንትትሰድድ ካብኣቶም ሓደ ቀይሕ ፀባየ ሰናይ መንእሰይ ነበረ። ከም ኩሎም ብፆቱ እቲ ኩነታት ዝሓቶ ሓፂር ስልጠና ወሲዱ ብረት ዓትዒቱ ልዕሊ 40 ዓውደ ግንባራት ብጅግንነት ተዃሺሑ ዘኹርዕ ቅያን ተቐባልነትን ኣመዝገበ። ሓደ እዋን ግን ድንገት ምስ 9 ብፆቱ ኣብ ጓጓ ፀላኢ ስለዝኣተወ ምስ ሰለስተ ርእሱ እንተምልጥ ዝተረፉ መስዋእቲ ከፊሎም። እግሩ ብኸቢድ ስለዝቖሰለ ግን ንኸምልጥ ዓቕሚ ስኢኑ ኣብ በዓቲ ተሓበአ። ካብኡኸ? ፊልሚ ዝመስል ዝገርም ታሪኽ ተጋዳላይ ስልጣን ገብረሚካኤል መወዳእትኡ ሓቢርና ንከታተሎ።

Пікірлер: 133
@mohdnoora5601
@mohdnoora5601 4 ай бұрын
ተጋሩ ግን ንምንታይ ኢና ናይባዕልና ቻናላት ዘይነዕቢ እረ በይዛኹም በይዛኹም ፕሎት ሚድያ ነዕብዮ ናይህዝቢ ሚድያ እዪ🙏
@evadtips_27
@evadtips_27 4 ай бұрын
ብፃይ ሱልጣን💚💙💙 ዛ መዓልቲ ኣይርስዓን💚
@maron278
@maron278 3 ай бұрын
❤❤❤❤
@tessemamizer9907
@tessemamizer9907 4 ай бұрын
ነዚኣ ፁህፍቲ እትሪኡ/ ኣ ነዚ ሀው ደውልሉ እግዚኣብሔር ክህግዘኩም እዩ😢
@mebitigraweyti
@mebitigraweyti 4 ай бұрын
እንካዕ ተረፍካልና ጎይታዋይ😢❤❤ ክንደይ ጀጋኑ ሓሊፎም😢
@salamsalam1464
@salamsalam1464 4 ай бұрын
እግዚአብሔር ይመስገን እንኳዕ ተረፍካ ዝተረፈ ዕድመካ አምላክ ይባርካ❤❤❤
@AlemTigray-pc8yv
@AlemTigray-pc8yv 4 ай бұрын
ዝገርም ተሪኽ ኣታ ክንደይ ኢኹም ኣሕሊፍኩም እንካዕ እስቲ ብህይወት ተረፍካ ዝሓወይ❤❤❤❤❤❤
@TGgf-vr1ly
@TGgf-vr1ly 4 ай бұрын
ተመስገን እንኳዕ ብህወት ተረፍኻ 🙏ክደይማ ደያሕሎፍኹም 😢t.d f ካብ ትሕት ፈጣር እስኹም እኹም አብዝ አብፅሕኹና ክብር ንዓኹም ጀጋኑና🙏❣️♥️ፕሎት ምድያ ደስ ብሃል ቁፅሎሉ አጆኻ ታርክና ንሰንድ❣️ተጋሩ ናይ ባዕልና ምድያ ነዕብ
@Tem560
@Tem560 4 ай бұрын
ጀጋኑና ክንደይ እዮም ኣሕሊፎም 😭
@user-ql3rs2ow3o
@user-ql3rs2ow3o 4 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም ተረፍካ ጎይታዋይ ❤
@brhanwejerat516
@brhanwejerat516 4 ай бұрын
ተመስገን እንኳዕ ናብዝ ኣብፀሐካ🥰👏
@user-wi6er8cg3u
@user-wi6er8cg3u 4 ай бұрын
እንካዕ ብስላም ተረፍካ ጅግና ሓወይ😢😢
@user-ld4ig9zz6j
@user-ld4ig9zz6j 4 ай бұрын
ብሩኽይ እንኳዓ ብሰላም ተረፍኻ❤❤ ዝገርም ዩ አምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ ጎይታዋ❤ ፖሎት ምድያ ውን ብጣዕሚ ንፍዕ ህድአትኻ
@user-qn3qk3ob1d
@user-qn3qk3ob1d Ай бұрын
አንኳዕ ብሰላም ተረፍካ ጎታዋይ ዚተረፈ ዕድመካ ይባረክ
@Tem560
@Tem560 4 ай бұрын
ወዲ ዓደይ ጅግና እንካዕ ተረፍካ
@lloveyoutigray4348
@lloveyoutigray4348 4 ай бұрын
እንካዕ ብሰላም ተረፍካ❤
@salam-cq3td
@salam-cq3td 3 ай бұрын
እንቋዕ ብስላም ትረፍካ.ጎታዋይ❤❤❤❤❤
@user-iv6yw5up1j
@user-iv6yw5up1j 4 ай бұрын
Enkae bselam terefka mearey ❤❤❤
@user-rg9pd8te7r
@user-rg9pd8te7r 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤ jegnaaaa
@sitiadam5780
@sitiadam5780 4 ай бұрын
Much respect our hero 🥰🥰
@hierugaltigray3841
@hierugaltigray3841 3 ай бұрын
እንቃዕ ኣምላክ ኣትረፈካ ዝሓወይ🙏
@user-fl6zs3hb5n
@user-fl6zs3hb5n 3 ай бұрын
እንኳዕ ተረፍካ ዛሓወይ
@user-km3yl8ho5l
@user-km3yl8ho5l 4 ай бұрын
እንኳዕ ተሪፍካ ገይታዋይ ጀግና❤❤❤❤❤
@RUGYyj
@RUGYyj 2 ай бұрын
እንኳዕ ዳሓን ወፃካ❤❤❤❤
@user-nh8yx4fv2s
@user-nh8yx4fv2s 3 ай бұрын
እንካዕ ናብዚ አብቀዓካ ፈጣሪ ጀግና ሓወይ ❤️🥰
@user-ep4py9nj1o
@user-ep4py9nj1o 28 күн бұрын
ጀግና ኢካ ናይ ብሓቂ
@KbromHadera-hn1sy
@KbromHadera-hn1sy 3 ай бұрын
ዘይ አሕለፍኩሞ መከራ ዶ ይህሉ❤❤❤ እንኳዕ ተረፍካ ጅግና ሓወይ❤❤❤❤
@user-bu7ev7he9o
@user-bu7ev7he9o 3 ай бұрын
ጎታዋይ❤❤❤😢
@friyatgmichael8891
@friyatgmichael8891 4 ай бұрын
እንኳዕ ብህይወት ተረፍካ ጅግናና
@legeseberhe2935
@legeseberhe2935 4 ай бұрын
hawey mearey enkan terefka❤
@xsvfr147
@xsvfr147 4 ай бұрын
እንኳዕ ተረፍካ ማዓረይ😢❤❤❤
@EtadaErada-rs9bz
@EtadaErada-rs9bz 3 ай бұрын
እንቋዕ ብሰላም ተረፍኻ ሓወይ ጅግና❤️🙏😥👊🦁👑
@NiceNice-sx9qr
@NiceNice-sx9qr Ай бұрын
እንኻዕ ብሰላም ተረፍኻ ወድነይ
@tesfayhadush8243
@tesfayhadush8243 4 ай бұрын
እንዃዕ ተረፍካ ክቡር ሓው ❤❤❤
@user-fx6ys6yd6m
@user-fx6ys6yd6m 4 ай бұрын
WELCOME SULTAN TDF
@user-iv4ii4ok5d
@user-iv4ii4ok5d 4 ай бұрын
እንዃዕእስኪተረፍኻጅግናሰራሒ ታሪክ 🙏❤😢😢
@user-cx5wc2vd3p
@user-cx5wc2vd3p 4 ай бұрын
😢😢😢ውይ😢😢😢
@user-qd8ee8zt2g
@user-qd8ee8zt2g 4 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም ተረፍካ ዝሓወይ መን ኣሎ ክስካብ ሀዚ ድሃይ ሓዉ ዝስኣነ 😢😢
@tessemamizer9907
@tessemamizer9907 4 ай бұрын
እንካእ ላብዚ አብፀሀካ ዝሀወይ ሻላ ትግራይ ዝተከፈለ መስዋእቲ ከቢድ እዩ❤❤❤አይንርስአኩምን
@user-pl5vh5gw5j
@user-pl5vh5gw5j 4 ай бұрын
እንኳዕ ብሂወት ተረፍካ ዝሓወይ😔❤️
@RqgdDbsgd
@RqgdDbsgd 4 ай бұрын
እንኳዕ ተረፍካ ሓወይ ናተይ
@mesi-ug5di
@mesi-ug5di 3 ай бұрын
ተመስገን እንኳዕ ተረፍኩም ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ስዉኣትና😢😢😢
@Gezawit
@Gezawit 2 ай бұрын
እንታይ እሞ ዘይአሕለፍኩምዎ ምእንታና ክትብሉ😭እንኳዕ ሰላም ሃለካልና 🙏💚
@user-no6iz3fx7s
@user-no6iz3fx7s 4 ай бұрын
እንካዕ ተረፍካ ሓወይ😢😢🙏🙏
@user-xc7cf6rz1d
@user-xc7cf6rz1d 3 ай бұрын
እንካዕ ብሰላም ተረፍካ ብፃይ አምላኽ እንታይ ይስአኖ❤
@birhaneniguse1068
@birhaneniguse1068 3 ай бұрын
⭐️⭐️🙏
@user-sm2wu8dx5f
@user-sm2wu8dx5f 4 ай бұрын
Nice
@user-sm2wu8dx5f
@user-sm2wu8dx5f 4 ай бұрын
❤❤❤
@user-kb4bw2bz3m
@user-kb4bw2bz3m 4 ай бұрын
❤️❤️❤️🙏
@user-iz5ws3tz3t
@user-iz5ws3tz3t 4 ай бұрын
ማርያም ፅዬን እንታይ ይሳአና
@WeyniTshaye
@WeyniTshaye 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤😭😭😭
@salamsalam1464
@salamsalam1464 4 ай бұрын
❤❤❤❤
@aataat1524
@aataat1524 4 ай бұрын
ጓይታዋይ😢😢
@user-vi2gs1qc3h
@user-vi2gs1qc3h 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@user-io8bh8pq6d
@user-io8bh8pq6d 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@najesthalu2883
@najesthalu2883 4 ай бұрын
እንካዕ ካብ ዝኩሉ መከራ ወፂእካ ንምስክር በቃዕካ
@mikiketema4698
@mikiketema4698 4 ай бұрын
ንኹሎም ድዮም ከም ዝመቱ ከየረጋገጹ ኣብ መዝገብ ምዉታት ዘእትውዎም፧
@user-ce2jq4eb5i
@user-ce2jq4eb5i 3 ай бұрын
ማለት ኩሉ አብ ግዜ ውግእ ፋሕ ብትን ስለ ዝብል እዩ.... እተን ክልተ አዋልድ እዉን ካብ መኪና ከዘላ ወዲቀን ስለ ዝሞታ 😢. እዚ እዉን ተወቂዑ እዩ ቀርዩ ስለዚ ብምክንያት እዩ....
@dbhddhdhh883
@dbhddhdhh883 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-kc6eq4hm1u
@user-kc6eq4hm1u 3 ай бұрын
ዝገርም ዛንታ plot media ድማ ነመስግን
@user-kz4ln4jc1c
@user-kz4ln4jc1c 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@brukbk7408
@brukbk7408 4 ай бұрын
❤😢
@user-rk4nq6bx4m
@user-rk4nq6bx4m 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤😢😢
@natsnetokubazgi9937
@natsnetokubazgi9937 3 ай бұрын
Selam zhewe bejaka tsgurka yehtsro we kretso mslkan nay tywedy emo reayo
@STAMA123
@STAMA123 4 ай бұрын
አብ ኢድ ፀላኢ ዘለዉ ሰባት ስም ምፅዋዕ ጌጋ ኢዩ
@user-ce2jq4eb5i
@user-ce2jq4eb5i 3 ай бұрын
ካብ ዝሐለፈ አይገድይ
@zewdihadera2132
@zewdihadera2132 3 ай бұрын
እምም ግዜ😢😢😢😢
@user-yl3gx4vw7e
@user-yl3gx4vw7e 4 ай бұрын
❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@user-kc6eq4hm1u
@user-kc6eq4hm1u 3 ай бұрын
🎉🎉🎉🎉
@selam801
@selam801 4 ай бұрын
ኳዕ ብሂወት ተረፍኻ ሓው😢❤
@maron278
@maron278 3 ай бұрын
እንኳዕ ብሂወት ተረፍካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ❤❤ክንደይ እሞ ዘይተሰውኡ አነሲ አቱሰባት መታዓቢተይ ኩሎም ዘየለዉ ካብ ስደት ተመሊሰ ዝረኽቦ ማሓዛ ዘየለ 💔💔
@user-rc8jt1pp3c
@user-rc8jt1pp3c 4 ай бұрын
😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@user-cx5wc2vd3p
@user-cx5wc2vd3p 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤😢❤
@awethaile6231
@awethaile6231 4 ай бұрын
💪💪💪💪❤❤❤❤❤
@shegetigray
@shegetigray 4 ай бұрын
kzfaq.info/get/bejne/jJpnqddi2a3MoZ8.htmlsi=IAGi7NyluteAkOyy
@user-uj8yh3gz9k
@user-uj8yh3gz9k 4 ай бұрын
💊💊💊💊💊🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@user-ix6qq8ic8q
@user-ix6qq8ic8q 3 ай бұрын
ኣገንእ ብፃይ ዝገርም ታሪክ
@sjjejwjwjwjsjsjee4261Meseret
@sjjejwjwjwjsjsjee4261Meseret 3 ай бұрын
😢😢😢😢😢😢😢enke.terke.hawey
@user-vc9tb7gh6z
@user-vc9tb7gh6z 3 ай бұрын
❤️❤️❤️❤️😢😢😢
@alugaltigray2248
@alugaltigray2248 3 ай бұрын
😢😢😢🥺❤️
@rona7755
@rona7755 4 ай бұрын
ኣብ እንዳ'ባ ፃሕማ ማይጨቐንጠ፡ ኣሎ ኣብ ሽራሮ እውን ሩባ ጨቐምጠ ዝባሃል ኣሎ፡ ዘራኽቦም ሰንሰል ታሪኽ እንታይ ኮን ይኾን።
@user-mk6gv2dr7v
@user-mk6gv2dr7v 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@user-fg1sn2tw9t
@user-fg1sn2tw9t 3 ай бұрын
ብጣዕሚ ዝገርም ታሪኽ ግን በጃኹም ናብ ሚድያ አተቕርብዎም ሰባት ጹብቕ ኮ አንተኾነ ግን ዝበሃልን ዘይበሃልን ክፈልጥ ኣለዎ ምኽንያቱ ነዘን ዋዓሩ ጀጋኑ ደቂ ኣንስትዮ ብኽብሪ መስዋአቲ ከፊለን ከብቐዓ ግን ሽንቲ ብሽንቲ ኮይነን ኣብኡ ተሪፈን ኢሉ ክዛረብ ብጣዕሚ ዩ ዘሕፍር so ብዝተረፈ ቀጽለሉ ክብርን ሞጎስን ንሰማአታትና
@user-nx5ww7qy1l
@user-nx5ww7qy1l 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@Salama-ly7rv
@Salama-ly7rv 3 ай бұрын
Enkanbe hawit trfeke zahwey
@aaabbn1717
@aaabbn1717 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤😢😢😢
@user-bu8ce7cy1f
@user-bu8ce7cy1f 4 ай бұрын
💊💊💊💊💊💊💊🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@fetanfetan6560
@fetanfetan6560 3 ай бұрын
ኩቡር መቅረቢ መደብ ስልኪ ቁፅሩ እስከ ወይ ኢመሉ ስደደለይ
@Plotmedia.
@Plotmedia. 3 ай бұрын
ቁ/ስ፦ 0968207521 ቁፅሪ ሒሳብ ባንኪ፦ 1000575209789 siltan gebremichael
@AsKn-vv7zh
@AsKn-vv7zh 3 ай бұрын
🙏😍❤🙏😍❤🙏
@Slama-yv2ei
@Slama-yv2ei 4 ай бұрын
❤️❤️❤️🧡💛💛❤️❤️❤️💛💛💛💛
@AaA-dk8ji
@AaA-dk8ji 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤😢😢😢😢🙏🙏🙏🙏
@sadsashacg6910
@sadsashacg6910 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@mielaabtsegai5878
@mielaabtsegai5878 3 ай бұрын
እቲ ዝገርመንስ ጀጋኑ ኢና እንዳበልካ ምውጣይ እንታይ ኣምጸኦ? 2000 ንኸውን ብፍርሒ ዝኣክል ፥ ክልተ ሰባት ሞይቶሙና ፥ እሞ ኸኣ ብምርጋጽ፥ ወይተኣምር። ተጋዳላይ ከኣ ይበሃለለይ። ተጋዳላይ ማለት እካ ነብሱ ዝቐበጻ እዩ። ኩሉኹም ክትጋደሉ ዘይኮንኩም ናብ ሽርሽር ኢኹም ትኸዱ ኔርኩም። ስለዚ ድሕሪ ሕጂ ተጋዳላይ ትበሃል ቃል ኣይተማራስሕዋ ኣይናትኩምን እያ። ካብ ኣዘራርባኻ በጀካ እቶም ዝመቱ ኩሉኹም ኣብ ስሬኹም ሸንኩም። ክንደይ ደኣ ክትኾኑ ኔርኩም ንኸይትሃድሙ?
@azmaraaazmara545
@azmaraaazmara545 4 ай бұрын
እንኳዕ ብሂወት ተረፍኻTDF
@tsigefeseha5178
@tsigefeseha5178 3 ай бұрын
Enkwu terefka tdf hawuna
@godefay2003
@godefay2003 3 ай бұрын
ስልጣን ምንም ክርሳዕ ዘይክእል ዕለት ኩላ ጫማኣ ሓዲጋ ጥራሕ እግራ ክትከድ ከላ
@AbrhaMebrahtu-yp2yi
@AbrhaMebrahtu-yp2yi 3 ай бұрын
ኣብ ትግራይ ዘይተነግረ እምበር ዘይተገብረ የለን
@tes4262
@tes4262 4 ай бұрын
azom hezbi sabskryb belwo🎉
@Afewerki-di9md
@Afewerki-di9md Ай бұрын
ቦሶ መብሓሪኛ ድዩ እንታይ ማለት እዩ።
@user-jp3cq6od5z
@user-jp3cq6od5z 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤😢😢😢😢🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@shegetigray
@shegetigray 4 ай бұрын
kzfaq.info/get/bejne/jJpnqddi2a3MoZ8.htmlsi=IAGi7NyluteAkOyy
@shegetigray
@shegetigray 4 ай бұрын
kzfaq.info/get/bejne/jJpnqddi2a3MoZ8.htmlsi=IAGi7NyluteAkOyy
@kidane6417
@kidane6417 3 ай бұрын
😂😂😂zatawat do saru yafth eyu
@user-ee9tu9dj5c
@user-ee9tu9dj5c 4 ай бұрын
💋💋💋💋💋✝️✝️✝️✝️✝️
@kiduteklebrhane62
@kiduteklebrhane62 3 ай бұрын
እንታይ እሞ ዘየሕለፍናዮ ኣታ ፈጣሪ ሓደራኻ እንዶ?
@tigray5507
@tigray5507 3 ай бұрын
ስቅ እልኩም ተቐደዱ ህዝቢ ትግራይ ባዕሉ እዩ ዝውቃዕ
Женская драка в Кызылорде
00:53
AIRAN
Рет қаралды 385 М.
This is not my neighbor  Terrible neighbor! #funny #zoonomaly #memes
00:26
"ኣብ ቀውጢ ዝግነ ኣቦ ዙ!"
33:50
Plot Media-ፕሎት ሚድያ
Рет қаралды 13 М.
ኣብ ሚድያ "ወድዛ ቆናጭ" ኢሉ ናብ ገድሊ ዝወረደ ታሪኸኛ!
41:39
ሩታ የእርግዝናውን መልስ ሰጠች.አብርሽ ደስተኛ ሆነ🙈❤️
21:46
ሰራዊት ሻዕብያ ክዝክሮ ዘይደልዮ ስዕረት
13:23
ሚሐ Mihe Entertainment
Рет қаралды 15 М.
ፈስትባል ሽወደን
miki TV ሚኪ ቲቪ
Рет қаралды 126
ደባሎቹ - ክፍል 26 | Debalochu - Ep 26
23:12
Birabiro Tube ቢራቢሮ
Рет қаралды 5 М.
Задержи дыхание дольше всех!
0:42
Аришнев
Рет қаралды 2,1 МЛН
MISS CIRCLE STUDENTS BULLY ME!
0:12
Andreas Eskander
Рет қаралды 10 МЛН
Дымок или Симбочка?? 🤔 #симба #симбочка #mydeerfriendnokotan
0:19
Симбочка Пимпочка
Рет қаралды 2,3 МЛН
😹😹😹
0:19
Татьяна Дука
Рет қаралды 18 МЛН
😹😹😹
0:19
Татьяна Дука
Рет қаралды 18 МЛН
Good job hero. #shorts #fyp
0:20
Gbeckett12
Рет қаралды 41 МЛН
ВОДА В СОЛО
0:20
⚡️КАН АНДРЕЙ⚡️
Рет қаралды 23 МЛН