EMNA ድሕሪ መስዋእቲ ዕንድኩር፡ ገድሊ የለን ERITREAN HISTORY ERITREAN MEDIA NET ASMERA

  Рет қаралды 23,632

EMNA ENTERTAINMENT

EMNA ENTERTAINMENT

Жыл бұрын

EMNA ድሕሪ መስዋእቲ ዕንድኩር፡ ገድሊ የለን ERITREAN HISTORY ERITREAN MEDIA NET ASMERA Eritrean Media Net Asmera is your news, entertainment, music fashion . We provide you with the latest breaking news and videos straight from the entertainment industry Eritrea Asmara
#EMNA #Eritrea #Eritrean_news

Пікірлер: 120
@emnaentertainment
@emnaentertainment Жыл бұрын
"ክቡራትን ክቡራንን ተኸታተልቲ'ዛ ቻነልና። ኣብ'ዚ መደባትና ሃገራዊ ደርፍታት እነብዝሓሉ ምኽንያት፡ ሃገራዊነት ዝኹስኩስ ምዃኑ ብምግንዛብ እንገብሮ ዘሎና ምዃኑ ክትርድኡልና ንደሊ። ነቶም ደርፊ ዘሰልችወኩም ተኸታተልትና ድማ፡ ዝበዝሕ ነቲ ሃገራዊ ደርፍታት ይፈትዎ ስለዘሎ፡ ክትዕገሱና ምስ ኣኽብሮት ንሕብር። EMNA"
@eriwedihezhez
@eriwedihezhez Жыл бұрын
አቶ ኢፋሬም ብጣዓሚ ዘይንፎልጦ አፋሊጥካና ።ዓወት ንሓፋሽ ❤❤ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@user-li3rx4oh9b
@user-li3rx4oh9b Жыл бұрын
😭😭😭 መንግስተ ሰማያት የዋርሶ ሓርበኛ ኣይነብርን ታሪኩ'ዩ ዝዉረስ 🙏🙏🙏 💪 |🇪🇷 |🇪🇷 |🇪🇷
@WarsaYYikealo1249
@WarsaYYikealo1249 Жыл бұрын
Eternal glory to our martyrs and victory to the masses 🇪🇷 🐪 🫡
@user-Eri
@user-Eri Жыл бұрын
ወትሩ ዝኽሪ ንሰማእታትና።ክብሪ ንህሉዋት ዋዕሮታት ኣሓትናን ኣያታትናን ኣባይኪ ይንባዕ ኣጆኺ ።🇪🇷
@bitanyahadasalem6878
@bitanyahadasalem6878 Жыл бұрын
ብዘይ ሃገር ክብረት የለን ዘላኣለማዊ ዝዕርን ሞጎስን ንሰማኣታትና ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ❤❤❤❤
@Hzbawit
@Hzbawit Жыл бұрын
Wetru ab Seret Jeganuna💐 Kibrn mogesn- N-Yekalo-Warsay-kem’wn -Mendelay🤝🇪🇷🫶📚🎖📚📝🏗️🐪 Yqenyelna kubur Gazethena EfreM💐
@user-on7op7cn5e
@user-on7op7cn5e Жыл бұрын
😭😭ኣጆኪ ሳላ ከም በኣል መብረሃቱ ሰለ ዝከፍልና እና ሃገርና ከም ሃገር ትክጽል ዘላ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️🇪🇷❤️❤️❤️💕💕💕❤️❤️❤️💕❤️💕❤️🇪🇷 ወትሩ ዓወት ንሃፍሽ ጅግና ኣይነብርን እዩ
@abrahamghebreseasie9640
@abrahamghebreseasie9640 Жыл бұрын
ኣጆኺ ኣንበሲት ንሶም ስለ ዝሓለፉ ብጹኣን ጀጋኑ ያ ኮ ኤርትራና ክትቅጽል ክትርከብ ክትኩላዕ ዝበቐዐት ብሓፈሽኡ ንስኽን ከማኽን ዝኣመሰሉ ስለ ዝተጋደሉ ሃገር ብርሃን ኮይና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ወትሩ መንፈሶም ኣብ ልብና እዩ። ወትሩ ክብርን ዝኽርን ንሰማእታት ኤርትራ
@eriwedihezhez
@eriwedihezhez Жыл бұрын
ወትሩ ዝክሪ ንስዋአት ዓወት ንሓፋሽ ❤❤❤❤
@edentecle818
@edentecle818 Жыл бұрын
Glory to our martyrs Awet nhafash💪🇪🇷❤️
@okbaynashih333
@okbaynashih333 Жыл бұрын
Wetru Ab Aserkum alona❤❤❤
@hareguyemane9075
@hareguyemane9075 Жыл бұрын
God bless Eritrea and Eritrean People Awet Nhafash ✊️✊️✊️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💞💞💞💞🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏾🙏🏾🙏🏾
@zahaykassette8094
@zahaykassette8094 Жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷ህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@RussomGhenregiorghis
@RussomGhenregiorghis 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ነባሪ ዝክርን ክብርን ንሰማእታት ኤርትራ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@atobrhantekie5799
@atobrhantekie5799 Жыл бұрын
ሓድጊ ጀጋኑና ሃገር ኢዩ። ግምባርካ ንዓረር እሞ ከኣ ምስ ሽሾ ሰራዊት ገጢምካ ብህይወት ክትተርፍ ማለት ትእምርቲ ኢዩ። ሳህሉን ብጾትኪን ከኣ ዕድመን ጥዕናን ይትምነየልኩም። ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታትና! ውውትሩ ዓወት ንሓፋሽ።
@user-on7op7cn5e
@user-on7op7cn5e Жыл бұрын
ጅግና ነብሱ ከምዚ እየ ኣይብልን እምበር እሲኪ እሲ እንታይ ይጎድለኪ ድዩ መኣረ እንድኩር እኪ ጅግና እሱሲ ሰብኣይ ከማን ተጋደልቲ የህዋትና'ከ ደኣ ምስ እዚ ኩሉ ተፍትራዊ ብድሆታት ተጻዊርክን መኣረ መኣሪኦም እንዲኪን ትወድካ ነርኪን 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💕❤️💕❤️💕❤️🇪🇷💕❤️✅✅✅✅✅✅✅✅✅
@berhanetewolde3247
@berhanetewolde3247 Жыл бұрын
ኤርትራዊ ማለት ንቕያን ንታሪኽን ንጅግንነትን ዝተፈጥረ:ብሉጽ ዘርኢ ኢዩ።
@genettekeste3951
@genettekeste3951 Жыл бұрын
አሜን ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም ዝዓበዩ ዝናአሱ ሃገር ዘዊሕሱ ዘሎዉ። ኣጆኪ : ጂግና ።ኤፍረም ትግቢሮ ዘሎካ ቡሉጽ ስራሕ ቀጽሎ በርብሮም ድአ ጀጋኑ ታሪክ አስማዓና።ክብሪ ይሃቢካ ።🙏🙏🙏😭😭😭😭😭🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️♥️♥️🌷🌷🌷🌷🌷
@tesfatekle7252
@tesfatekle7252 Жыл бұрын
ዓወት ንሓፋሽ 💪💪💪 ኣጆኹም ኣለና ዉሉድኩም 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷!!!
@henokandom8124
@henokandom8124 Жыл бұрын
ሰሚዕካ ዘይፅገብ ታሪክ ጅግና ናይ ጀጋኑ ክብሪ ይሃብኩም
@tedrosabraham739
@tedrosabraham739 Жыл бұрын
Glory to our Martyrs.🇪🇷
@chantellecox3415
@chantellecox3415 Жыл бұрын
Because of them we are here Awet ne hafash💪✊
@senay6334
@senay6334 Жыл бұрын
ክብሪ ነቲ ዘይከኣል ከምዝከኣልኀህያውኀጌርኩም ዝሰነድኩም ክፍሊሰነድ ኤሪ ቲቪ ክብርን መጎስን ንሰማእታትኔ ❤🇪🇷❤
@teweldemebrahtu9901
@teweldemebrahtu9901 Жыл бұрын
ዘልአለማዊ ክብርን ዝኽርን ምእንታና ምእንቲ'ዛ ሐላል መሬት ዝተሰወኡ ተጋደልትና , መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ጅግና ተ/ጋ መብራህቱ ። ዓወት ንሐፋሽ 🇪🇷❤💐
@hareguyemane9075
@hareguyemane9075 Жыл бұрын
Glory to our martyrs Awet Nhafash ✊️✊️✊️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💞💞💞🙏🏾🙏🏾🙏🏾
@user-uq7dz1in9t
@user-uq7dz1in9t Жыл бұрын
ኢፍርዮም ግደ ኮርዒዳ !! በርባሪ ገድላዊ ቃልስና ብስመይ 👉🌺🇪🇷🌺🇪🇷🌺🇪🇷🌺🇪🇷🙏🙏🙏
@seumtsegai3698
@seumtsegai3698 Жыл бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ Efrem gdey tawet nfetwo hawna mebrahtu menges texawetay texarakay tebae feximu zey
@genettekeste3951
@genettekeste3951 Жыл бұрын
ሰሚኦካ ዘይ ጽይገብ ታሪክ ጀጋኑ ክቢሪ ይሃቢኩም ። ❤❤❤😭😭😭🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@GhideDebesay
@GhideDebesay 8 күн бұрын
Jgna wedie erey ❤❤❤❤❤ abhagerun zwedk jgna abaserka alena
@rigatgirmay8848
@rigatgirmay8848 Жыл бұрын
ኤርትራዉነት ክቡር ዋጋ ዝተከፍሎ መንነት ክብርን ዝክርን ንስዉኣትና ኣብ ሕድሮም ንጽናዕ ዓወት ንሓፋሽ
@jaynjonas
@jaynjonas Жыл бұрын
ንስዉእ ዕንድኩር ድሕሪ ናይ 1977ዓም ውግእ ናይ ዓዲ ሓወሻ ኢየ ዝፈልጦ። መፍለጥየይ ድማ ሓንቲ ውፍይቲ ናይ ሕግሓኤ ጓል ቤት መኻእ ስማ እዝጎም ትባሃል ብዓፈንቲ ናይ ደርጊ ትህደን ስለዝነበረት ሃዲማ ንርእሲ ዓዲ ትመጽእ። ኣነ ምስ መተዓብይተይ ናይ ሕግሓኤ ስሩዓት ስለዝነበርና ካብ ጀማሂር ተጋዳሊት ሳጓኣ ሸሪፎን ካብ ብኣፍሮ ዝፍለጥ ስሙ እንተ ዓለም ወይ ድማ ብርሃነ ኢዩ። ግዜ ስለዝነውሓኒ ረሲዔዮ። ካብኡ ኣፍሮ ከምዚ ይብለና እዛ ሓፍትና ብዓፈንቲ ትድለ ስለዘላ ብድርፎ ጌርና ንሰሓሪት ዓዲ ዝግብ ከይንወስዳ መንገዲ ስለዝነውሓ ንስኻትኩም ብእንዳ ኣቡነ ኣረጋዊ ጥቓ እንዳ ኮካኮላ ምስ ኣተኹም ቁጽሪ 2 ኣውቶቡስ ተሰቒልኩም ንሹቕ ምስ በጻሕኩም ካልእ ንጎዳይፍ ትኸይድ ኣውቶቡስ ተሰቕልኩም ብብሎኮ ደቀምሓረ ተውጽእዋ። ኣነ ምስ ክልተ ስዉኣት መታዓብይተይ ንእስ ዝበለት ደርሆ ዓዲግና ኣብ ብሎኮ ደቀምሓረ ምስ በጻሕና በቲ ኣባት ጦር(ብግዜ ንጉስ ሃይለ ስላሴ ወታሃደራት ኔሮም ጡረታ ዝወጹ ደሓር ደርጊ ስልጣን ሒዙ ክሉ ናብ ግንባር ኢሉ ምስ ኣወጀ ክብ ጥሮታ ተመሊሶም ፈቐዶ መፈተሺ ነቑጣ ዝሕልዉ ዝነበሩ ኢዮም) ዘዕርፋሉ ኣነ ፈሊጠ ናብቲ ፈንጂ ዘሎዎ ነታ ደርሆ ከምቲ ሃድም ይገብራ። ስዉእ ከሰተ ነታ ደርሆ ዝመልስ መሲሉ ነተን ኣባት ጦር ኣቓልቦኣነ ናባና ከምዘይገብራ ገበረን። ካብኡ ውፍይቲ እዝጎም ደርሆይ ኣጥፊእካለይ ኢላ ፈሊጣ ንዓይ ድክር እንዳበለት ካብታ መፈተሺ ኣሽኪዕና ናብ ዝግብ ናብ ሓንቲ ትብለጽ ትባሃል ጀማሂር ነረክባ። ካብኡ ንሕና ጅግንነት ዝፈጸምና መሲሉና ንብዓል ስዉእ ዕንድኩር ክንስለፍ እንተ በልናዮም ሕግሓኤ መውዓሊ ሕጻናት የብላን። በዚኣ ጌርኩም ንኣስመራ ተመሊስኩም ከምዚ ንእዝጎም ንኸተውጽኡዋ ዝገበርኩሞ ጅግንነት ከምኡ ዘድለይና ኢሉ ክልተ ተጋደልቲ ጸዊዕ ንኣስመራ ቅጥቅጥ ኣቢሎም ይመልሱና ይብለኩም። ስዉእ ዕንድኩር ኣብ ሳሓርቲ ኣብ ዝነበረሉ እዋን ኣዝዩ ፍሉጥ ኔሩ። ዘልዓለማዊ ክብርን ሞገስን ንስዉኣትና።
@ksanetnegash8053
@ksanetnegash8053 Жыл бұрын
Thank you so much
@dawitgebrat1878
@dawitgebrat1878 Жыл бұрын
ጋዘጠኛ ኢፍረም ምስዚ ሓርበኛ ዋርሳይ ይከኣሎ ስነጥበባዊ ከየላለየና ረሲዑ፡ ሰኒ👍🏼 ዓወት ንሓፋሽ! 🇪🇷🐫💐
@natnaeldawit1212
@natnaeldawit1212 Жыл бұрын
ሰላም ሓወይ እዚ ኣፍሮ ዝበልካዮ ፍሰሃየ ሃይለ (ኣፍሮ) ኣመሓዳሪ ዞባ ማአከል ዘሎ እዩ መስለኒ።
@kiflesolomon6333
@kiflesolomon6333 Жыл бұрын
MARHABA EFRIEM GIDE!!! KIBRN ZIKRN NETOM HIWETOM ZIHABU HARBEGNATAT ERITREAN!!! EGZIABHIER AMLAK ERITREAN HZBAN YBARK!!!
@jonath.211
@jonath.211 4 ай бұрын
Efrimm hawey nska bluxi hagerawie ika zelemawi zkierire nswtna❤❤❤❤
@galaxy7056
@galaxy7056 Жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤
@medajhon1274
@medajhon1274 Жыл бұрын
No word to describe our martyrs ❤❤❤❤❤
@hybirdgenetic7096
@hybirdgenetic7096 Жыл бұрын
እዛ ሃገር ከቢድ ዋጋ ኣኽፊላትና ፡ ነዞም ዘለና ኻኣ ከቢድ ሕድሪ ተሰክመና ፡ ዓወት ንሓፋሽ ፡ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንስዋኣትና
@nesredingebres2861
@nesredingebres2861 Жыл бұрын
Victory to the masses Eritrea persists for ever as the great nation
@sunnysideup5150
@sunnysideup5150 Жыл бұрын
EMNA thank you so much for airing this video sahilu and mebrahitu are my family, I feel bad I don’t even know thier heroic story, I know they were jeganu tegadelity,🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷💪🏾💪🏾👍👍❤️🌹❤️🌹❤️🌹🙏🙏🙏
@ahlam946
@ahlam946 Жыл бұрын
الله يحفظ الشعب الارتيري 🌸🇪🇷🌸🇪🇷🌸🇪🇷🌸🇪🇷🌸🇪🇷🌸🇪🇷🌸
@user-lb8mb2rm7g
@user-lb8mb2rm7g Жыл бұрын
ኡንዱኩር and ተባራታእ were greatly loved and admired by the people of Seharti in the 70s.
@akliluhabtemaria9628
@akliluhabtemaria9628 Жыл бұрын
ወዲ አሞይ ጅግና ብሰላም ዕረፍ
@stellaberhane1053
@stellaberhane1053 Жыл бұрын
ከም ኤርትራዊ አሎ ዶ ጅግና አብ ዓለም 🇪🇷🙏🏾🇪🇷🇪🇷💪🏽💪🏽
@mhreteabbrhanetesfay4296
@mhreteabbrhanetesfay4296 Жыл бұрын
Glory to our martyrs 🇪🇷🐪❤️
@TesfuGerye-cn5dp
@TesfuGerye-cn5dp Жыл бұрын
ኤርትራውነት ኩቡር መንነት
@musazghiasfha8361
@musazghiasfha8361 Жыл бұрын
Welcome deqi Eri 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌸❤️
@michalemichale5880
@michalemichale5880 Жыл бұрын
🎉Thank you EMNA !
@almazberhe5654
@almazberhe5654 Жыл бұрын
👏🇪🇷🇪🇷💐💕💖💜💗🇪🇷🌹🌷
@teamehadish758
@teamehadish758 Жыл бұрын
ሓርበኛ ኣይነብርን አዩ ።ታሪኩ አዩ ዝዉረስ፡
@ksanetfisseha4314
@ksanetfisseha4314 Жыл бұрын
Ewe jeganu Abotatinan Adetatinan haben hager sematitna kisanu zelalemaw zikiren nisematatnav❤wetiru ab blibna🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪
@meronzecarias6939
@meronzecarias6939 Жыл бұрын
Grmeso grmeso wedi ch****** we proud of you bro
@aronhenok6131
@aronhenok6131 Жыл бұрын
🇪🇷✊🏽🇪🇷✊🏽🇪🇷🇪🇷✊🏽✊🏽🇪🇷🇪🇷
@biniamhabte6148
@biniamhabte6148 Жыл бұрын
Glory to our martyr jigna iki ajoki sala zitegadelki hagern hizbin selam rekibu 😭🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷⚘🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@sawrawidegans2900
@sawrawidegans2900 Жыл бұрын
Thanks wedi amoy and eko Ayleston eye bjgnetu gn koria
@eritrearussom29
@eritrearussom29 Жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🙏🙏🙏👍👍❤️🇪🇷🇪🇷
@biniamestifanos8300
@biniamestifanos8300 4 ай бұрын
Bselame erafe gegna adi nefas🎉
@fthawitmengstab7906
@fthawitmengstab7906 Жыл бұрын
😭😭😭😭 ሓርበኛ ኣይነብርን ኢዩ ታሪኹ ኢዩ ዝውረስ 💪💪♥🇪🇷 ዝገርም ጅግንነት😢😢 እዞም ዕንድኩር ዝበሃሉ ጀጋኑ ግን ሓደ ጥራይ ድዩ ዋላስ ክልተ ኢዮም ? ብዙሓት ተጋደልቲ ስሙ ክጠቕሱ ይሰምዖም ኢየ ግን ህሉው እምበር ስዉእ ይመስለኒ ኣይነበረን 😭 መኽንያቱ ንስሙ ዕንድኩር ጥራይ ኢሎም ክሰምይዎ እምበር ስዉእ ክውሱኹላ ሰሚዐ ስለ ዘይፈልጥ 😢 ብፍላይ ኣብ ናይ 1977 ኲናት ከባቢ ኣስመራ ብዙሓት ንጅግንነቱ ከዘንትዉ ሰሚዐ ኣለኹ ። ስዉእ ምዃኑ ግን ሎሚ ቦኹሪ እዝነይ እዛ መሬት ኤርትራስ ዓይነት ሰባት ዉን መሪጻ ኢያ ወሲዳትልና 😢😢😢 ኣብየማኑ ይቀበልኩም ንብምልእኩም ጀጋኑ ስውኣትና 🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥♥♥
@minaszemui4622
@minaszemui4622 Жыл бұрын
INDKUR AB 1977 -79 MERAHI BOTOLONI INDA 51/2 MIS ALI NYRU AB SEHARTI
@temesgenamlak4301
@temesgenamlak4301 Жыл бұрын
ኤርትራዊ ኩቡር መንነት
@ksanetnegash8053
@ksanetnegash8053 Жыл бұрын
Thank you so much, kbret yhabelna EMNA media neti biakal zeynfelto jigna Mebrahtu Menges (akoy jigna ) tariku zemseakulmna btaemi nemesgnekum🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@user-gk2cd4ib7o
@user-gk2cd4ib7o 3 ай бұрын
✊️✊️✊️✊️😇😇😇🙏🙏🙏
@kiflesolomon6333
@kiflesolomon6333 Жыл бұрын
KIBRN ZIKRN NETOM HIWETOM ZIHABU HARBEGNATAT ERITREAN!!!! EGZIABHIER AMLAK ERITREAN HZBAN YBARK!!!
@senait4255
@senait4255 Жыл бұрын
ERITREAWI Kubur Mennet forever Alawys YESSSS 🇪🇷 ♥️ 🕌 🙏 ⛪️ ❤️ 🇪🇷 💝😍🤩🥰🌄🇪🇷‼️
@medhaniebaire7840
@medhaniebaire7840 Жыл бұрын
Zelalmeiwi zekern kebrn neswatna 🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻
@dana.j9062
@dana.j9062 4 ай бұрын
ንናጽነትናን መንነትናን ዝኸፈልናዮ ከቢድ ዋጋ፡ ከም መብራህቱን ካልኦትን ዝኣመሰሉ ጅግንነታዊ ተግባራት እውን ማእለያ የብሎምን!!ኣፈ-ታሪኻዊ ፍጻሜታት ወይ ተግባራት ንዘልኣለም እንተዘይኮይኑ ኣዝዩ ነዊሕ ግዜን ንዝመጽእ ወለዶታትን ክዝከር ኣለዎ!!! ዘልኣለማዊ ክብርን ዘልኣለማዊ ምስጋናን ንሰማእታትናን ጀጋኑናን መስዋእቶምን ተጻዋርነቶምን። 🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏✨️💫
@solomonkidane2230
@solomonkidane2230 Жыл бұрын
Efreim......enduqur harbenga yu...kem kokhob. Demiqkhu.zwezelu.masawa_ seyishi .year 1977......harbenga aynebrenyu. Tarikhuyu zweres.....thanks 🇪🇷🙏
@sirakemhazion2733
@sirakemhazion2733 Жыл бұрын
Mama shale jigina 🎉🎉🎉❤
@tedrosmekonen4373
@tedrosmekonen4373 Жыл бұрын
😭😭😭🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷 zelalemawi zkri nswatna.
@alganeshhabte7432
@alganeshhabte7432 Жыл бұрын
Endukur it's a history we wos yang but we heard a lot about him he hero.
@rezeneasfaha2612
@rezeneasfaha2612 Жыл бұрын
መጀመርያ ነዚ መደብ ዚ ንእተቅርቡ ልዑል ምስጋና። ሳህሉ ሓቂ ዩ ንዝነበርካዮ ናይ ገድልን ገደሉን ንኩሎም ንመስገደላቱን ክትርኽ ከሎኻ ብውልቂኻ ክትገልጾ ወይ ነቲ ቦታ በይንኻ ክትከዶ ኣዝዩ ከቢድ እዩ። ኣብዛ ሕጂ ሳህሉ ወልደንኬል ትገልጾ ዘላ ነቲ ብኣካልን መንፈስን ኣብኡ ኣብቲ ቦታን እዋንን ብሓሳብ ተመሊሳ እናተራእያ ስለትትርኾ ዘላ ሎሚ ኣደኮይና ክትነብዕ እንከላ እቲ ናይ ቅድም ዝነበረ ንብዓት ናይተጋዳላይ ብጽንዓትን ጅግንነትን ኒሕሕ ንደገ ተውጽኦ ኣላ ንዕኣን ንኩሎም ብጾትን እናዘከርካ ምሳኻ ዝነበሩ ሽዑ ወይ ድሕሪኡ ዝነበሩ እንተዝህልዉ እዚ ንብዓት ዚ ኣብቲ ናይቀደም ቦትኡ እምበር ንደገ ኣይምወጸን ። ግን እቲ ንብዓት ተራ ንብዓት ኣይኮነን። እቲ ናይ ቀደም ናይ ጽንዓትን ናይ ጅግንነትን ውሽጣዊ ረቂቕ መንፈሳዊ ሓይሊ ትብዓት ዘዕጥቕ መለኮት ዩ። ሳህሉና እዚ ዝኽሪ ዚ ኮ እየ ክሳብ ሕጂ ኤሪትራና ከም ትህሉን ከምትቅጽልን ነረጋግጸሉ መንፈስን ሕልናን ዩ ናጽነት መጺኡ ዋርሳይ ሃገር ኣውሒሱ መንደላይ ንሰላማን ሰላም ዞባናን ዘረጋግጽ ዘሎ። እቲ ጽቡቕ ነገሩ ግን ተረፍ ስለዘሎኹምና ንደቅኹም ነዚ ሕልናዚ ስለዘዕጠቕኩም እዩ ሞ ክብርን መጎስና ንጀጋኑና ። ምስ ናፍቆቱ ንዓኽን ንኹሎም ብጾትን።
@habtomissak3967
@habtomissak3967 Жыл бұрын
Harbegna Aynebrn Tariku Eyu Zwres
@mehamedali3092
@mehamedali3092 Жыл бұрын
🌟🌟🌟🌟🌟🌟🌟🌟🌟🌟🌟🌟🌟🌟🌟🌟🌟🌟🌟🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@zerukeshi9936
@zerukeshi9936 Жыл бұрын
ኣባይኪ ይንባዕ ዋዕሮ!! ውላድ ሓድጊ እኳ እንተኾነ ብዓቢኡ ግን ዓለም ዝፈልጣ ኤርትራ ትበሃል ሃገር ፈጢሮም እዮም ሓሊፎም ሰማእታትና ወትሩ ድማ ኣብ ልብና ኣለው።
@rezeneasfaha2612
@rezeneasfaha2612 Жыл бұрын
ሳህሉን ተወልደን ሰብ ቀደም ገጽኩምን ድምጽኹምን ምርኣይናን ምስማዕናን ገለ ተሰሚዑና ነዚ መደብ ናይ ትረኻ ስለዘይውዳእ ወላ እዚ ዝሓልፍዎ ዘሎዉ ታሪኽ ስለዘይ ውዳእ ኩሉ ርእሱ ዘዝኸኣለ ዓቢ ምዕራፋት ዘይውዳእ እዩ ሞ ብዝተፈላለየ ኣገባብን መልክዕን ክትቅጽልዎ ምስ መጎሱን ምስጋናን ክትድህስስዎ ይላቦ። ኣስማት ዝጠቅስዎም ናይ ስዉኣት ነናይ ውልቆምን ውዕሎኦምን ካብ ምስላፎም ክሳብ ግቡኦም ዝፈጸሙላ , ተሪኽካ ስለዘይውዳእ ኣድቂቅካ ንኩሎም ዝካየዱ ንጥፈታት ገድልን ገደሉን ናይ ሓደ ዓመት ዘይኮነ ናይ ሓንቲ ኣጋጣሚ ውን ተሪኽካ ስለዘይውዳእ ከሎዉ ምጉያይ ከድሊ እዩ። ሓደራ።
@teamehadish758
@teamehadish758 Жыл бұрын
Good job
@weredebrhane9751
@weredebrhane9751 Жыл бұрын
ኣየወ ገድሊ ኤርትራ ብከምዚ ከምድመጸ ደይ ፈልጥ ኣሎ ሞ ብከምዚ ነፍልጦም ኣብ ምዕቃብ ውን ከምኡ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🐪🐪🌹🌹🌹🌺🌺🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇱🇾🇷🇺
@a.t5699
@a.t5699 Жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷😢😢😢
@misghinagheb9692
@misghinagheb9692 Жыл бұрын
ERITREAWI MUKUANEY NIBEAT HABEN NEBIEYE,ADINFAS SEFER JIGNIBET KURAE ERITREAWI 🇪🇷 .
@zereslaseweldemaryam3770
@zereslaseweldemaryam3770 Жыл бұрын
ሰውራ ኤርትራ መዘና ኣልቦ ጅግንነት መወዳድርቲ ዘይርከቦ የቀኔልና ጀጋኑ ኣያታትና ኣሓትናን.
@tesemadesta3026
@tesemadesta3026 Жыл бұрын
ኣጀኹም ኣርካናት ጀጋኑና፡ ዋላኻ እቲይ ምረትን ሕስምን ገድሊይ ጥንኩርን ሓያልን በዳህን ከምዝነበረ እውን እንተኮነ ግን ክኣ " ዘራጊይ ማይ እንከሎስ ጽሩይ ማይ ነይስተ" ከምዝብሃል ንጥፍኣትና ዝምነዩን ንህላውነትና ክብሪታትና ደምሲሶም ሃገር ከም ሃገር ክድምስሱና ዝሓሰቡ ብዘይ ሕሪያና ናብ ሰውራ ከነላዕል ዝገደዱና ተገዲድና ቀያሓቲይ ኣሰዊኣና ኣሰንኪልናን ክሳብ ሕጂይ ክኣ ክሕስዱና ልኡላውነትና ክዳፈሩናን ሰለም ኣይበሉን፡ ግን ብሳላ ጽንዓት ይክኣሎ ምስ ዋርሳይ ንልኡላውነትናን ክብሪታትናን ካየድፈርና ንዓና ጉድጋድ ዝኩዓትዎ በዓላቶም ከምዝኣትዋ ጌርናዮም፡ ስለዚይ መስዋቲይ ኤሪትራውያን ንውሉውአለዶ መጽሓፍ ኣብ ልዕሊይ መጽሓፍ ዋጋን ሞሳን መስዋትነቶም ክንደርሰሎምን ክንዝይመሎምን ክንትርከሎምን ኣለና፡ ኣብነታውያን ስውኣት ከም ብዓል ተጋ/ስውእ ዕንድኩር እንተዘይ ነሰውእ እዚይ ዝረኸብናዮ ሰላም ብርሃን ናጽነትን ኣይምረኸብናዮን፡ ስለዚይ መስዋእቲይ ብጾትና ዋጋ ሓርነት ኢዩ፡ ኣብ ንጹር ዕላማኻን መትከልካን ብጅግንነት ምሕላፍ ክኣ ኣብ ነፍሲይ ወከፍ ንውሉድ ወሎዶ ኤሪትራውይ እንዳተዋራረሰ ክነብር እዩ። ዘላኣለማውይ ዝኽሪ ንስውኣትና ክብርን ሞጎስን ንሓይልታት ምክልኻል ኤሪትራ ምስ ጀጋኑ ኣርካናት መራሓትናን ህዝቢይ ኤሪትራን፡ ዓወት ንሓፋሽ! ሞትን ቀብርን ንጸላእትና፡
@zehayeberaki60
@zehayeberaki60 9 ай бұрын
What a wonderful time they were throwing bombs to their enemies, but now we end throwing rocks on ourselves.
@eriwedihezhez
@eriwedihezhez Жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰🥰🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@sikufish620
@sikufish620 6 ай бұрын
❤❤❤
@maekeleyuel7855
@maekeleyuel7855 Жыл бұрын
Ewey eza adey adi geganu😭😭😭😭😭
@girmayhaile8430
@girmayhaile8430 Жыл бұрын
መንም ሰብ ክስዋእ ዝሕጎስ ሰብ የለን ግና እትመስዋእቲ ስለሐገር ስለዝኮነ እይንግሕን
@dl4055
@dl4055 Жыл бұрын
Zelalemawi kbrn megosn nsemaetatna 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 salakum hager koyna koriena nhben alena,🇪🇷🇪🇷
@okbakidane9178
@okbakidane9178 Жыл бұрын
Sahlu haftey firki akalatki hibki kab bsul tire wexieki ajoki jeganu tarik serihom halifom eyom kbirn mogosn nsematatna ykun
@Nnn-t
@Nnn-t Жыл бұрын
Ajoki niski wun jigna eki abyki yinbae ade eritrea 🇪🇷
@eritreanieritreawyan4488
@eritreanieritreawyan4488 Жыл бұрын
Efar plz eza jigna adena part 2 gberelna sfih bzbele plz Wala nezi abona
@amanueltesfamichael5776
@amanueltesfamichael5776 Жыл бұрын
Mesdemem tarik hizbawi ginbar jeganu yenibie tegadeliti hizbawi ginbar hakenga semaetat
@russomghebregiorghis1459
@russomghebregiorghis1459 Жыл бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@hadashad2092
@hadashad2092 Жыл бұрын
Hadas🙏🙏🙏🙏❤️💚💓💙💚💛💙💛💚🌹💐💐🌹💐🌹💐🌹💐🌹💐🌹💐🌹💐👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍
@hareguyemane9075
@hareguyemane9075 Жыл бұрын
💔💔💔💔💔😭😭😭😭😭😭
@robelamanuel3108
@robelamanuel3108 Жыл бұрын
ጋዜጠኛ ኤፍረም ግደ ብእተቕርቦ ዘለኻ መደብ፡ብዙሕ መንእሰይ ታሪኽ ይማሃሮን ይፈልጦን ኣሎ።ምስጋና ንዓኻን መሳርሕትኻን። ንምቕጻል ኣብ መሰጋገርን መጀመርን መደብ ፡ጽንዓትና መኸተና ወይ ከም'ኡ ዝኣመሰለ ሳሓቢ ሜሎዲ ሙዚቃ እንተትገብሮ ጽቡቕ ምኾነ።
@samuelbiede6574
@samuelbiede6574 Жыл бұрын
Bmejimerta neza mchiwtn bdem bluxatn jeganun zmxet adey amlak xlalu kenbrela andatemenku an khbo delye zeleku hasab bzaaba tarikawyan saltatna ayu tka ashuk zdekeses keydekese yhadere kemzbehal azo kuruhat kelewu kndeyenay keyndks dro ako gele saltatna natna kblwo jemirom alewu azmedeb mar xbukn meharn ayu ab mewedaata nayzi treka hanti sealn sealian measn abey kunetatn ke tesealet teznger xbuk ayu ntom zeynfelto nfelto azom kuruhat kea kebdum mtekerxu ashok bnashuteu mekutkut xbuk ayu neti zeyxiad serawitna senay andatemeneku awet nhafashe ybl
@robibana1849
@robibana1849 Жыл бұрын
Is the singer tegadalay Bereket Araya?
@alganeshhabte7432
@alganeshhabte7432 Жыл бұрын
Kebren mogosen ni sematatna
@rigmeb3294
@rigmeb3294 Жыл бұрын
እዋይ አታ እዛ ሽኮሪና ተጋዳሊት ብሂወት አላ ድያ ፥
@kibromteklab1368
@kibromteklab1368 Жыл бұрын
Selam kemey alekum kulatekum daqe eriy endehr kielka koneral kahsay ande (wedi ande )absemera konu buzuh desrho neger sele delo tetekrbelnas tsebuki naru
@mesitube5641
@mesitube5641 Жыл бұрын
Jeganuna ab abzitesewulu bota endakedkum keziteriuna tarikom entetnegrunas kindey mixebeke
@yoditsemere9427
@yoditsemere9427 Жыл бұрын
መን ከም ኤርትራዊ፣ መስተንክራዊ ቅያ ሰሪሖም ሓሊፎም ነባሪ ታሪኽ ገዲፎም ጀጋኑና፣ ክብርን መጎስን ንጀጋኑ፣ ብትንፋስኩም ነስተንፍስ ኣለና ህያው ኢኹም ንዘልኣለም።
EMN - ካብ ኣገረምቲ ዕላላት ገድሊ  ( Eritrean Media Network )
21:56
ERITREAN MEDIA NETWORK
Рет қаралды 163 М.
Red❤️+Green💚=
00:38
ISSEI / いっせい
Рет қаралды 76 МЛН
100❤️
00:19
MY💝No War🤝
Рет қаралды 23 МЛН
Я нашел кто меня пранкует!
00:51
Аришнев
Рет қаралды 5 МЛН
😹😹😹
0:19
Татьяна Дука
Рет қаралды 13 МЛН
我说我不是故意的,你们信吗
0:25
侠客红尘
Рет қаралды 6 МЛН