EMNA ጀነራል ፊሊጶስን ምፍንቃል ጸላእትን ERITREAN HISTORY- ERITREAN MEDIA NET ASMERA

  Рет қаралды 53,125

EMNA ENTERTAINMENT

EMNA ENTERTAINMENT

Жыл бұрын

EMNA ጀነራል ፊሊጶስን ምፍንቃል ጸላእትን ERITREAN HISTORY- ERITREAN MEDIA NET ASMERA
Eritrean Media Net Asmera is your news, entertainment, music fashion . We provide you with the latest breaking news and videos straight from the entertainment industry Eritrea Asmara
#EMNA #Eritrea #Eritrean_news

Пікірлер: 293
@emnaentertainment
@emnaentertainment Жыл бұрын
"ክቡራትን ክቡራንን ተኸታተልቲ'ዛ ቻነልና። ኣብ'ዚ መደባትና ሃገራዊ ደርፍታት እነብዝሓሉ ምኽንያት፡ ሃገራዊነት ዝኹስኩስ ምዃኑ ብምግንዛብ እንገብሮ ዘሎና ምዃኑ ክትርድኡልና ንደሊ። ነቶም ደርፊ ዘሰልችወኩም ተኸታተልትና ድማ፡ ዝበዝሕ ነቲ ሃገራዊ ደርፍታት ይፈትዎ ስለዘሎ፡ ክትዕገሱና ምስ ኣኽብሮት ንሕብር። EMNA"
@yonasteklemariam3751
@yonasteklemariam3751 Жыл бұрын
ቃልሲ ሕዝባዊ ግንባር ን ሓቂ ስለ ዝነበረት አግዛብሔር ጎይታ ሓቂ ከአ ዓወት ሂብዎም,,,,,,,, ክብርን ሞጎስን ን ስዉአት ኤርትራ
@nohisack7796
@nohisack7796 Жыл бұрын
ጻሊኢ ኤርትራ ሰም መራሕትና ክጽዋእ በርጊጉ እዩ ዝጠፍእ
@user-rn3fi2fs1o
@user-rn3fi2fs1o Жыл бұрын
ኤርትራዊ ሓሞትን ጅግንነትን መዳርግቲ ኣልቦ ♥️🌹🌹♥️🇪🇷🌹♥️🇪🇷🌹🌹♥️🇪🇷🇪🇷
@melaketekie4602
@melaketekie4602 Жыл бұрын
በዓል ወዲ ሰሎሙን ዝሰበርዎ ፈንቅል ከከከከ
@olugatewold2212
@olugatewold2212 Жыл бұрын
We are so proud to be Eritrean
@betiel2034
@betiel2034 Жыл бұрын
አቤት ጅግንነትን ቆራጽነትን ተዎፋይነትን ምስጢራውነትን ዕላማን እንካዕ ኤርትራዊት ኮንኩ ሐበን 🇪🇷❤️🇪🇷💪💪💪
@hizbawiginbarginbarghinda3872
@hizbawiginbarginbarghinda3872 Жыл бұрын
👍 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@dawitgebrat1878
@dawitgebrat1878 Жыл бұрын
ሓርበኛ ጀነራል ስብሓት ኢፍሬም ውንኮ፡ ወራሪ ጸላኢ ካልእ ኣገዳሲ ረቃሒታት ብዛዕባ ኤርትራ፡ ኣብ ግምት ከምዘይእትዉ ኣስተምሂሩ ኔሩ ኢዩ፡ ብካልእ ኣዘራርባ ዝሓልምዎን ኣብ ባይታ ዘሎ ሓቅን ኣይመሳሰልንዩ፡ ናይዚ ኣብነት ድማ እቲ ዝነዓቀቶ ወራር ኢራቅ፡ ንሓያል ኣሜሪካ ዘይተጸበየቶ ከቢድ ክሳራ ከምዘስዓበላ ይንገር 🇪🇷🐫💐
@teklumahari5129
@teklumahari5129 Жыл бұрын
@yonasasmelash5394
@yonasasmelash5394 Жыл бұрын
Don’t force me to laugh 😂 get to the reality you guy’s living bragging about staying behind from the world 🌎 nothing developed in your country the last 33 years the biggest achievement sawa prison
@mulgetadaniel6700
@mulgetadaniel6700 Жыл бұрын
Bereket mengtab
@senait4255
@senait4255 Жыл бұрын
Wow wow wow ERITREAWI Kubur Mennet forever Alawys YESSSS 🇪🇷 ♥️ ❤️ 🕌 🙏 ⛪️ 🇪🇷 ♥️ ❤️ 🕌 🙏 ⛪️ 🇪🇷 ♥️!!!
@miniasghid6386
@miniasghid6386 Жыл бұрын
❤ጂግትና ወዲ ኤሪይ ዕዲመን ጥዕናን ይሀብካ ❤አሜንንን 👍👍♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹😘😘😘🙏🙏🙏💕
@gennetyohannes9798
@gennetyohannes9798 Жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹👍ምን ከም ኤርትራዊ
@robelmajor5256
@robelmajor5256 Жыл бұрын
ኤርትራዊ ኾ ሰደተኛ ኢዩ
@yonanyonas2495
@yonanyonas2495 Жыл бұрын
​@@robelmajor5256 😂😂 hji tezarbe elka eka ab kulu alem u zelo sedet
@dawitgebrat1878
@dawitgebrat1878 Жыл бұрын
ፕረሲደንት ኣብይ ኢትዮጲያን ጀነራል ሓምዳን ሱዳንን ተመሳሳሊ ድሕረ ባይታ ኢዩ ዘለዎም፡ እቲ ፍልልዮም ሓምዳን ዶክቶር ዝብል ቅጽል የብሉን፡ ብካልእ ኣዘራርባ ናይ ኣጋጣሚ ዕድል ውጽኢት መራሕቲ ምካኖም ኢዩ ዝውረ🤔
@roramedia3841
@roramedia3841 Жыл бұрын
Men alo kem Eritreawe hisur Menenet
@roramedia3841
@roramedia3841 Жыл бұрын
Eritrawenet hisur Menenet Deknet temyet kinat Sedet Adu kemzey belu
@tesfalidermirajh5743
@tesfalidermirajh5743 Жыл бұрын
The great eritrean we very proud of u nberulna kberlna
@Ghebrhiwethabtay
@Ghebrhiwethabtay Жыл бұрын
Eritrea is a land of martyrs and heroism and eternal memory to our martyrs
@andomhabteghebriel2964
@andomhabteghebriel2964 Жыл бұрын
ጂግና ወዲ ኤርትራ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️✊🏼
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 Жыл бұрын
.... ሎሚ ኸኣ እዚ ግፍዒ ናይ ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ሱዳን ገና ይኽፍእ ኣሎ። ኤርትራውያን ኣብ ውሽጢ ከተማታት ሱዳን ተተገፊፎም ይእሰሩ ፡ ገንዘቦም ንብረቶም ይዝመት ፡ ኣዋልድ ኤርትራ ይዕመጻን ይዝረፋን ኣለዋ። እዚ ውን ገና ኣብ ሃገራት ዓረብ ኣብ በዓል ሊብያ ዝቕጽል ዘሎ ንኣውያት ኤርትራውያን ሰማዒ ዝሰኣነ እዩ። ሎሚ ኸኣ ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ሃገራት ዓረብ ኣብ በዓል ሊብያ ይሳቐን እግረፍን ኣሎ ፡ ዲኹም እትብሉ? ነዚ መከራ ናይ ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ሃገራት ዓረብ ኣብ በዓል ሊብያ ፣ ሱዳን፣ ግብጺ ሲናይ ወዘተ ረኣኩ ፡ እቲ ቐደም እዋን መራሕቲ ጀብሃ ኣል ዓማ ሻዕብያ ፥ "ኤርትራ ዓረብ እያ። ቋንቋና ዓረብኛ እዩ። ካብ ህዝቢ ዓረብ ዝያዳ ዝቐርበና ሓው የብልናን።" ክብሉ እንከለዉ ይኣምኖም ኔረ። እንተ ሎሚ ነዚ ናይ ኤርትራውያን ሞት ፣ ማሕርድቲ ፣ መትኮሳ ሓዊ ፣ ስቅያት ኣዋያት "ሓውል! ሓውል!" ፣ ስርቅን ምዝሓቕ ኩሊትን ኣካላትን ኤርትራውያን ብሓኻይም ዓረብ ፣ ወሲባዊ ጾታዊ ዓመጽ ወዘተ ምስ ረኣኹ ብዛዕባ እንታይነትን ርክብ ዓረብን ባራዩ ናይ ዓረብን በሪሁለይ።
@h.gebrndras6749
@h.gebrndras6749 Жыл бұрын
I Proud to be an Eritrean 🙏🙏🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷✝️🌹☪️🙏🙏🙏
@mahariadhane1390
@mahariadhane1390 Жыл бұрын
ጽፉፈ ቅዲ ህ ግ ምወዳድርቲ የብሉን ዋላ ተን ምዕቡላት ሃገራት ዝብልወን ክንድኡ አይምጽን ኢዮም አወት ንሓፋሽ ዉድቀት ንፈሸፋሽ ❤❤❤❤❤❤❤❤
@ferzunmebrahtu870
@ferzunmebrahtu870 Жыл бұрын
❤ ጅጋና ኢውርትራዊ ማዕበል።
@freweynikiflay5353
@freweynikiflay5353 Жыл бұрын
ኤረትራ ብጀጋኑ ደቃ ከቢራን ተሓፊራን ክትነብር ዝገበሩ ሙዑታት ክብርን ሞጎስን ይኩኖም
@amyohannes4198
@amyohannes4198 Жыл бұрын
God bless our hero’s 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@teklegebrebrhan1946
@teklegebrebrhan1946 Жыл бұрын
I am proud to be eritrean ❤❤❤
@yosefkidane5632
@yosefkidane5632 Жыл бұрын
ናይ ብልቢ❤ ኢና ነመስግነካ ኢፊሬም ግደ ኣጆኻ ቀጽሎ ንኩቡር ጀነራል ፍሊጶስ ካኣ ምሉእ ጥዕና ኩራዕ ወዲ ኢረይ
@amlesettekie8856
@amlesettekie8856 Жыл бұрын
❤❤❤ ኣየወ ኽትዝክሮን ኽትዛረበሉን ቅቐሊል❤❤❤🇪🇷🇪🇷❤️🌹🙏
@Abraham-wj8xt
@Abraham-wj8xt Жыл бұрын
ቁራዕ ኤርትራዊ 🇪🇷❤️🇪🇷
@ghenetmedhane9515
@ghenetmedhane9515 Жыл бұрын
እቲ ጅግና ኩሉ ግዜ ጅግና: ብሳላኹም'ያ ኤርትራ ክብርን ሞጎስ ንዓኹም✊️🇪🇷💖🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹::
@Karneshmawi
@Karneshmawi Жыл бұрын
መን ከም ጅግና ኣያይ ፍልጶስ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ
@weldenegodguad4974
@weldenegodguad4974 Жыл бұрын
ፍሊጶስ ቀታሊ መንእሰያት ኤርትራ እንበር ጅግና ኮይኑ ኣይፈልጥን እዩ።
@Karneshmawi
@Karneshmawi Жыл бұрын
@@weldenegodguad4974 ኣብ ደገ ኮንካ ከም ዋና ዘይብሉ ከልቢ ጎደና ዉሕ ዉሕ ከም ትብል ጌርካ እካ ዘሎ ድርባይ , መቸም ኣብ ናይ ኣብራሃ ካሳ ወይ ኣብ ካልኦት ክትነቅፉ ኣትትረክቡን ኢኩም እንታይ እዩ ሕማምኩም ርዱእ እዩ ገጽኩም ትርሓቅ
@helenberhane7113
@helenberhane7113 Жыл бұрын
​@@weldenegodguad4974 እንታይ ትገብር ኣብዚ ክትሓምም 😂😂 እዋይ ቆንዳፍ ኣጋመ ተቃጺልኹም 😂😂ኣሰይ ኣስይ ተቃፀሉ 🙏 ወዲ ፍቱሕ ስረ ወያነ 😂 ማይ ማይ ኣቢልኹም ጀነራል ፊልጶስ
@weldenegodguad4974
@weldenegodguad4974 Жыл бұрын
@@helenberhane7113 ኣቲዮ ሄለን ከመይከ ቆንዳፍ ዓጋመ ንዓኽን ነቲ ሑልኩስ ኣቦኽን ኣጎምቢሑ ናይ ኣድጊ ይደቕድቐልኪ ኣቲ ፍንፍንቲ ዘርኢ ፉንፉናት ፍጥረት።
@asmerashikor6640
@asmerashikor6640 Жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💐💐💐💐💐 ቀጽሎ ኤፋር
@freweynire7256
@freweynire7256 Жыл бұрын
I’m so proud about our history ❤️🇪🇷❤️✊ Thank you for sharing keep it up?
@letina1242
@letina1242 Жыл бұрын
Ertrana hiyab sweatna 💚💚💚❤💙💙💙🚶‍♀️🚶‍♀️🚶‍♀️🚶‍♂️🚶‍♂️🚶‍♂️🌹🌹🌹
@senait4255
@senait4255 Жыл бұрын
ERITREAWI Kubur Mennet forever Alawys YESSSS 🇪🇷 ♥️ ❤️ 🕌 🙏 ⛪️ 🇪🇷 ♥️!!!
@musazghiasfha8361
@musazghiasfha8361 Жыл бұрын
Welcome deqi Eri 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌸❤️
@teklizghicheayteklizghiche484
@teklizghicheayteklizghiche484 Жыл бұрын
ሰማእታትና ወትሩ ይዘከሩ💐💐💐 ዓወት ንሓፋሽ💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ሃንቀው ኢለ ክጽበየካ'የ ወዲ ኤረይ ጅግና ወራሲ ታሪኽ💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@h.gebrndras6749
@h.gebrndras6749 Жыл бұрын
Eritrea for Eritrean's 🇪🇷❤️🇪🇷 እቲ ዘይ ምዝራቦም አርኻናትና፡ ጂግንነት አየታትና ቀስ ብቀሰ ከምናቶም ሰኒዶሞ ወዮ ጠራሮ።
@internallife72
@internallife72 Жыл бұрын
Thank You
@titihabte7160
@titihabte7160 Жыл бұрын
wow I have no enough words really proud to be an Eritrean May the almighty God Bless Our EDF Thank you Hezbawi Ginbar Zelalemawi Zikren Kibren N Semaetatna 🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹
@hagosaghile6700
@hagosaghile6700 Жыл бұрын
ጅግና ወዲ ኤረ ❤️❤️❤️🌹🌹🌷💐💐💐
@Easylife-2024
@Easylife-2024 Жыл бұрын
Plz we need more deki eri❤❤❤❤
@ehabhaile467
@ehabhaile467 Жыл бұрын
ክበር ንበር ሓርበኛ ተጋዳላይ ፍልጶስ ወልደዮውሃንስ : ክብርን ሞጎስን ንኤርትራዊ/ት ተጋዳላይ/ት : ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታትና : ወትሩ ዓወት ን'ሓፋሽ!! 🇪🇷✊️🇪🇷🐪🇪🇷⭐️🇪🇷
@fesahayeandiyes5050
@fesahayeandiyes5050 Жыл бұрын
Kibrin Megosn n E M N A MADIA komau n EFREM GIDE I am proud to be ERITREAN ❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-fy9ym2cw4u
@user-fy9ym2cw4u Жыл бұрын
ኣዝዩ ዘደንቅ ተባላሓትነት እዩ ኔሩ እሞ ኻኣ 1500 km ተጋዕዝካ, ዕላማኻ ወቂዕካ ተመሊስካ ባጽዕ ዝኣክል ከተጥቅዕ. እዝስ ብፊልም ተዝስነ. ዓወት ንሓፋሽ ክብርን ምስጋናን ንስውኣትና!
@simdela4785
@simdela4785 Жыл бұрын
ኣቤት አቤት አቤት ጅግንነት ከመይ ድየ ዝሕበነልኩም! ሻዕቢያ ማለት❤ እታ ስንክሳር ኮይናትኒ ዝነበረት ስሪሒት ናይ "ኣሶሳ" ተፋትሓትለይ ክብርን ሞጎስን ንመሪሕነት ህግ ከምእውን ነዛ ሃገር በጃ ዝሓለፉ ንስውኣትን ዓወት ንሓፉሽ❤🇪🇷❤️
@abrahamghebreseasie9640
@abrahamghebreseasie9640 Жыл бұрын
ኣየ ስረ ኣየ ስረ ኣየ ሓሞት 👋👋👋👋👋👋👋👋👋👋👋👋👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷ንበሩ ክበሩ ንዘንተወቕቲ። ክብርን ዝኽርን ንኩልኹም።
@mulugetatemesgen3352
@mulugetatemesgen3352 Жыл бұрын
ኤፍረም ግደ ናይብሓቂ ብቑዕ ኣቕራቢ ኢኻ ሞ ኣጆኻ በርትዕ
@teklitmahari5061
@teklitmahari5061 Жыл бұрын
❤️🇪🇷🌹🇪🇷❤️ኤርትራዉነት ዘኩርእ መንነት።
@weldenegodguad4974
@weldenegodguad4974 Жыл бұрын
Teklit Mahari ከምዛ ንስኻ ትብላ ዘለኻ ዝሓስብ ካርነሽመታይ ጥራሕ እዩ ኤርትራዊ ኣይኮነን። ተደሚርካዶ ኣይተደመርካን???ንነብስኻ መልሸላ: ኣነ ግን ብተጋሩን ወያነን ተሓቢነ እየ። ነዞም ከምዚ ከማኻ ንህዝቦም ገዲፎም ምስ ሓደ ዝንዕቖምን ዝጸልኦምን ኢትዮጵያዊ ኢሳያስ ደው ዝብሉ ግን ይንዕቖም እየ። ተጋሩ ብዘይ ምስምስ ኣንጻር ወረርቲ ተዋዲቖም ንሃገሮምን ንህዝቦምን ሰላም ዘምጽኡ ጀጋኑ እዮም: ተጋሩ ደቂ ሓራስ ነብሪ እዮም። ንስኻ ግን ብደዉካ ከለኻ ኢሳያስ ከም ጥሪት ክሸጠካን ክልውጠካን ከሎ ተደምረናል ዝበልካ ቱሩፍ ፍጥረት ኢኻ። ተጋሩ ከኣ ንዓኻ ንሓንጎልካን ንሕልምኻን ተቋጻጺሮሞ ዶሮን ዶሮን የብሉኻ ኣለዉ።
@abrishwedi9922
@abrishwedi9922 Жыл бұрын
መዳርግቲ ዝልቦ፡ጅግንነትን ብልሓትን ኤርትራዊ! ኤርትራዊ ክቡር መንነት!❤❤
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 Жыл бұрын
yyyy ሎሚ ኸኣ እዚ ግፍዒ ናይ ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ሱዳን ገና ይኽፍእ ኣሎ። ኤርትራውያን ኣብ ውሽጢ ከተማታት ሱዳን ተተገፊፎም ይእሰሩ ፡ ገንዘቦም ንብረቶም ይዝመት ፡ ኣዋልድ ኤርትራ ይዕመጻን ይዝረፋን ኣለዋ። እዚ ውን ገና ኣብ ሃገራት ዓረብ ኣብ በዓል ሊብያ ዝቕጽል ዘሎ ንኣውያት ኤርትራውያን ሰማዒ ዝሰኣነ እዩ። ሎሚ ኸኣ ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ሃገራት ዓረብ ኣብ በዓል ሊብያ ይሳቐን እግረፍን ኣሎ ፡ ዲኹም እትብሉ? ነዚ መከራ ናይ ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ሃገራት ዓረብ ኣብ በዓል ሊብያ ፣ ሱዳን፣ ግብጺ ሲናይ ወዘተ ረኣኩ ፡ እቲ ቐደም እዋን መራሕቲ ጀብሃ ኣል ዓማ ሻዕብያ ፥ "ኤርትራ ዓረብ እያ። ቋንቋና ዓረብኛ እዩ። ካብ ህዝቢ ዓረብ ዝያዳ ዝቐርበና ሓው የብልናን።" ክብሉ እንከለዉ ይኣምኖም ኔረ። እንተ ሎሚ ነዚ ናይ ኤርትራውያን ሞት ፣ ማሕርድቲ ፣ መትኮሳ ሓዊ ፣ ስቅያት ኣዋያት "ሓውል! ሓውል!" ፣ ስርቅን ምዝሓቕ ኩሊትን ኣካላትን ኤርትራውያን ብሓኻይም ዓረብ ፣ ወሲባዊ ጾታዊ ዓመጽ ወዘተ ምስ ረኣኹ ብዛዕባ እንታይነትን ርክብ ዓረብን ባራዩ ናይ ዓረብን በሪሁለይ።
@yoditsemere9427
@yoditsemere9427 Жыл бұрын
መወዳድርቲ ዘይርከቦ ብልሒ ህዝባዊግንባር፣ ክብሪ ይሃብካ ኤፊ፣ ክብርን መጎስን ንጀጋኑና
@miraftesfasion8859
@miraftesfasion8859 Жыл бұрын
ሕዝባዊ ግንባር ኣብ ትሕቲ እግዛብሄር ኣምላኽ መድህን ህዝቢ ኤርትራ
@yordanostafla4557
@yordanostafla4557 Жыл бұрын
Viva Eritrea, VIVA Eritrea, VIVA Eritrea, VIVA Eritrea, VIVA Eritrea, VIVA Eritrea, VIVA Eritrea, VIVA Eritrea
@edkihaedkiha9640
@edkihaedkiha9640 Жыл бұрын
God bless Eritrea, its leadership and its people. Eternal rest to all our gallant martyrs .
@JUSTICE-777
@JUSTICE-777 Жыл бұрын
Wedi Tkul is the greatest back bone of the victory of EPLF & never WAVER of the people of 🇪🇷. Let's be hand to hand or shoulder to shoulder to strengthen or UNITE to the rest of coming our generation. AWET NHAFASH 🎉
@xxcxd880
@xxcxd880 Жыл бұрын
Merhba Temo Dmxi jgna w.de.eri 🤚♥️🇪🇷👌⭐️🙏☀️
@bornrebel7657
@bornrebel7657 Жыл бұрын
Thank you guys. We need more of these victorious stories.
@almazkesete487
@almazkesete487 Жыл бұрын
Menkem jiganu Eritrea 🇪🇷🌹💝🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹
@mislalmaashow3533
@mislalmaashow3533 Жыл бұрын
I love you king 🤴 PHILOSOPHY
@abrahammengesha1049
@abrahammengesha1049 Жыл бұрын
ኤርትራውነት ይዕወት 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@rutahabte8262
@rutahabte8262 Жыл бұрын
Men kem jegena Eritrawe yelelen kemakase yele .kurae Eritreawe ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@hareguyemane9075
@hareguyemane9075 Жыл бұрын
Glory to our martyrs Awet Nhafash ✊️✊️✊️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💞💞💞💞🙏🏾🙏🏾🙏🏾
@elsaguangul6280
@elsaguangul6280 Жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹💐🌹💐🌹💐🌹
@yordanosasmelash2635
@yordanosasmelash2635 Жыл бұрын
ዓደይ ዓዲ ጀጋኑ እንቋዕ ካባኹም ተፈጠርኩ ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏾
@simdela4785
@simdela4785 Жыл бұрын
🎯
@erione8641
@erione8641 Жыл бұрын
ምኩር ጋዜጠኛ ኤፍሬም ግደ። ኮርዒዳ!!!! Proud of you as usual. !!
@alexjohn996
@alexjohn996 Жыл бұрын
ኤርትራውነት ክቡር መንነት
@ibrahimidris5914
@ibrahimidris5914 Жыл бұрын
Yeqenyelna EMNA media medebkum kulu xubuq, mehari medeb eyu. Qexiliwo neza hayal media Eritrea 1st and forever. 🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷
@jignaw100
@jignaw100 Жыл бұрын
ኣዘዝቱ ኣብ ዒራ-ዒሮ እዮም ዘለዉ፡ ኣታ መጅላግ!!!! Proud Eritrean !!!
@merongeb4714
@merongeb4714 Жыл бұрын
Ayay feday hne❤❤❤❤
@user-oz8ik5fz3i
@user-oz8ik5fz3i Жыл бұрын
❤❤
@pastorharegotberhane2214
@pastorharegotberhane2214 Жыл бұрын
ዛንታ ጅግንነት፡ ታሪኽ ሓበን፡ ውዕሎ ምዑታት ኣናብስ። ብሓቂ 'ኣላሽ' ዘብለ ስርሒት።
@sabrinkbrom4306
@sabrinkbrom4306 Жыл бұрын
📚ህዚባዊ ግባር 💞
@mesfunghebreab
@mesfunghebreab Жыл бұрын
Have read the Fenkil book twice Amazing strategy of EPLF
@hagarawinet2088
@hagarawinet2088 Жыл бұрын
When I see these heroes in action and new heroes are born I know why
@alazargebil8045
@alazargebil8045 Жыл бұрын
ምርሓባቡ ኤፍረም ግደ ወድ ፋርሶታት ብዓል ኣማን ! እቲ ክቡር ክብርታትን ዛንታት ቅያ ሰራዊት ሓርነትናን ሃገርና ኤሪትራ ምምሃርካን ምዝክካርካን ብጣዕሚ ንንእደካን ነመስግነካን ! ። ሹሃዳና ዲማ ልትዘከሮ ! ። ዓውተ እግል ርሒብ ገቢል ! ።
@eritreakebretey6255
@eritreakebretey6255 Жыл бұрын
JEGANU Merahti serawit Eritrea,jeganu Serawit Eritrea.,and Our Jeganu Martyers 🇪🇷🇪🇷💪💪.You have proved over and over SEB METKEL MKANKUM.
@fevenyohanes7947
@fevenyohanes7947 Жыл бұрын
Yeah!Efrem I guess it's time our heroes tell us the incredible dama strategy starts from Sahle to Asmara in 4angle they use to make happen our independence wz out any help from outsiders.instead to keep their legacy. They mean a lot & personally I want to thank u for what they did for us🙏🙏🙏
@furtonamahari3240
@furtonamahari3240 Жыл бұрын
Exactly 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷
@user-ci3zp1lt6g
@user-ci3zp1lt6g Жыл бұрын
ኣየወ ኣደ ወሊዳ ትምከን !!! መን ኤርትራዊ 🇪🇷 !!! ኣቤት ጅግንነት ክትኣምኖ ዘጸግም ግን ጌሮሞ ኣያታተይ ❤️ ኩርዕቲ የ ካባኹም ምውላደይ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኩርዓትናን ሓበናን ዝኾንኩም ኣቦታተይ ❤️
@ferzunmebrahtu870
@ferzunmebrahtu870 Жыл бұрын
ብሉጽ ጋዘጥኛ ኤፍረም ግደ።
@zahaykassette8094
@zahaykassette8094 Жыл бұрын
Selam deki ERE bitami thibuk ህዝባዊ ግንባር ሓርነትኤርትራ መርሓባ 💗💗💗👁🐪👁💗💗💗
@mihretyemane7301
@mihretyemane7301 Жыл бұрын
ደቂ ኤረ ጀጋኑ ❤❤❤
@user-jf5kp5gc7s
@user-jf5kp5gc7s Жыл бұрын
كل الودوالاحترام لهذ الشعب الأبي المغوار
@yoseftekkezghi9228
@yoseftekkezghi9228 Жыл бұрын
Eritrawnet kbur mennet 👍💪💪💪💪
@afrah3933
@afrah3933 Жыл бұрын
My heart burn when I hear their story.
@yonastsegay1163
@yonastsegay1163 Жыл бұрын
Edmen teanan yhabelna merhatna Hbawi Gnbar Ere 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️
@gomida1552
@gomida1552 Жыл бұрын
ብልሕን ጥበብን ጅግንነትን ተጋደልትና መግለጺ የብሉን። ዘልኣለማዊ ዝኽርን ክብርን ንጀጋኑና 🇪🇷
@senayttesfay120
@senayttesfay120 Жыл бұрын
❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪
@ngstihabte7278
@ngstihabte7278 Жыл бұрын
Ertra nay Ertrawian ❤🇪🇷⛪🕌🇪🇷♥️
@eyassugenzebu2214
@eyassugenzebu2214 Жыл бұрын
ብልሓት ዂናትን ውግእን ከም ህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራ ዝፈልጥ ዘሎ ኣይመስለንን፡ ኣፍሪቃዊ ይኹን ኣዕናዊ ጥይትን ቦንብን፡ ዝሰርሑ ምዕራባዋያን ይኹን ብሓፈሻ ጻዕዳ ቊቋ ኤውሮጳዊ ኩሉ ፡ ናይ ኤርትራዊ ተጋዳላይ ጅግንነትን ቅለሳ ውግእን እንትልፋፍን ክሰርሕዎስ ይትረፍ ክሓልምዎ ኣይክእሉን እዮምምም ። ተሓበን ኤርትራዊ ኩልኻ !!
@tsehayetesfaldet4066
@tsehayetesfaldet4066 Жыл бұрын
aye jeganu sdrana. kurat ysmeaka kabom mkanka. God bless Eritrea.
@himanteklemariam8749
@himanteklemariam8749 Жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤❤🌹🌹🌹🌹🌹
@erilove407
@erilove407 Жыл бұрын
❤🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@assefajudah8559
@assefajudah8559 Жыл бұрын
The Ethiopian people deserve respect and justice. The Ethiopian people Trust, Trust the Eritrean Generals more than the Ethiopian generals, actions are louder than words!!! God help Ethiopia and it's people!!!
@arsiema2
@arsiema2 Жыл бұрын
Is you point related with the video,,,,the video is all about eritrea and what eritreans did!
@arsiema2
@arsiema2 Жыл бұрын
Is your point related to the video,,,,the video is all about eritrea and what eritreans did in order to kick the enemy out !!
@hizbawiginbarginbarghinda3872
@hizbawiginbarginbarghinda3872 Жыл бұрын
Eritrea/MidriBahri 👍 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@qrstfdsa4606
@qrstfdsa4606 Жыл бұрын
💞ZELALEMAWI ZEKRI NE SEMAETATNA 💞🙏
@maekeleyuel7855
@maekeleyuel7855 Жыл бұрын
Men kem aytatna hagerom tezmita zenbrte zemelsu🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪💪❤️❤️❤️
@teklugergar707
@teklugergar707 Жыл бұрын
❤️❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@medhaniebaire7840
@medhaniebaire7840 Жыл бұрын
❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️💯💯💯💯💯💯
@dana.j9062
@dana.j9062 4 ай бұрын
Eritrea will always prevail against all adversaries and their puppets and traitors!! 💫🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏💫
@amanuelabraha5341
@amanuelabraha5341 Жыл бұрын
Adey adi jeganu Forever and ever HGDF Awet N Hafash
@teklehaimanotrossom1753
@teklehaimanotrossom1753 Жыл бұрын
Merhaba arkanat gedel Jeganu anabayekum yedefen admen tanan yhabekum fetari 🇪🇷❤💯✊
@hawashait3260
@hawashait3260 Жыл бұрын
Thank you Efrem Gide
@mhretabrahamrussom8976
@mhretabrahamrussom8976 Жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️👍🌹
@rutahabte8262
@rutahabte8262 Жыл бұрын
🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷
@goitom8325
@goitom8325 Жыл бұрын
ሰራሕት ቅያ ደቅ ኤሬይ❤❤❤👍👍👍🚤🚤🚤
@daanhaile5827
@daanhaile5827 Жыл бұрын
Abe sayet entertainment tezergiha nera eya kedmi amet gele. Bezukone kale buzuh tarik alo search gerkum ente temtsulna zebeletse neru. Thank you 😊
@worldnine8153
@worldnine8153 Жыл бұрын
ሰላም ❤❤❤
@afewerkirussom4756
@afewerkirussom4756 Жыл бұрын
👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪
孩子多的烦恼?#火影忍者 #家庭 #佐助
00:31
火影忍者一家
Рет қаралды 52 МЛН
DAD LEFT HIS OLD SOCKS ON THE COUCH…😱😂
00:24
JULI_PROETO
Рет қаралды 13 МЛН
EMN - ጓል 12 ዓመት እንከለኹ'የ ተወዲበ Eritrean Media Network
20:54
Они поймали того , кто уничтожал их дома
0:40
ВОДА В СОЛО
0:20
⚡️КАН АНДРЕЙ⚡️
Рет қаралды 15 МЛН
КАЧЕЛИ ИЗ АРБУЗА #юмор #cat #топ
0:33
Лайки Like
Рет қаралды 2,4 МЛН
МЫ ПОХОДУ ЧТО-ТО НАПУТАЛИ
0:20
МАКАРОН
Рет қаралды 4,9 МЛН