EMNA ስውእ ዋርሳይ ዳኒኤል፡ እንኮ ውላድ ክልተ ስውኣት።ERITREAN HISTORY ERITREAN MEDIA NET ASMERA

  Рет қаралды 42,753

EMNA ENTERTAINMENT

EMNA ENTERTAINMENT

Жыл бұрын

EMNA ስውእ ዋርሳይ ዳኒኤል፡ እንኮ ውላድ ክልተ ስውኣት።ERITREAN HISTORY ERITREAN MEDIA NET ASMERA
Eritrean Media Net Asmera is your news, entertainment, music fashion . We provide you with the latest breaking news and videos straight from the entertainment industry Eritrea Asmara
#EMNA #Eritrea #Eritrean_news

Пікірлер: 253
@emnaentertainment
@emnaentertainment Жыл бұрын
"ክቡራትን ክቡራንን ተኸታተልቲ'ዛ ቻነልና። ኣብ'ዚ መደባትና ሃገራዊ ደርፍታት እነብዝሓሉ ምኽንያት፡ ሃገራዊነት ዝኹስኩስ ምዃኑ ብምግንዛብ እንገብሮ ዘሎና ምዃኑ ክትርድኡልና ንደሊ። ነቶም ደርፊ ዘሰልችወኩም ተኸታተልትና ድማ፡ ዝበዝሕ ነቲ ሃገራዊ ደርፍታት ይፈትዎ ስለዘሎ፡ ክትዕገሱና ምስ ኣኽብሮት ንሕብር። EMNA"
@godoliasyermiahu1113
@godoliasyermiahu1113 Жыл бұрын
ዳኒ ሓወይ መተዓብይተይ ወዲ ዙረይ ዘልኣለማዊ ዝክሪ ንስውኣትና ይኩን
@tirhasrussom885
@tirhasrussom885 Жыл бұрын
መታዓቢቲ ኣምላኽ ኣብ ገነቱ ይቀበልኩም።😭😭😭🙏🙏🙏❤
@stighehanaghebreyesus1696
@stighehanaghebreyesus1696 Жыл бұрын
እዋይ ወደይ ከምይ ዝበለ ኣጋጣሚ ኢዪ ታርኽካ ንዘላለም ነባሪ ኢዩ እዋይ ኤሪትራናስ ክኸብር ዋጋኣ ዓወት ንሓፍሽ
@yoditsemere9427
@yoditsemere9427 Жыл бұрын
ወዲ ስውኣት ክኣቱ ኣይነበሮን እንኮ ሓደ ስለዝኾነ፣ እዛ ሃገረ ሰማእቲ ብደሞም ትጥጥዕ ኣላ፣ ክብርን መጎስን ይሃብኩም፣ የቐንየልና ብሉጽ ጋዜጠኛ ኤፍሬም ግደ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Gunner77
@Gunner77 Жыл бұрын
ሓቅኺ ኣለኺ ግን ኣይሰምዑኻን ኢዮም ኣብ ወራራት ኮለና ሮቤል ዝበሃል ወዲ ኣሃዱና ወዲ ስዉእ ሓደ ነዲኡ ኔሩና ነዚ ሓቢኡ ምሳና ኔሩ ሓደ መዓልቲ ኣዲኡ ናብ ኣሃዱና መጺኣ ሓደ ውላዳ ምዃኑ ንሓለፍትና ነጊራቶም ሓለፍትና ንዘይተወሰነ ጊዜ ኪድ ኣስመራ ምስ ኣዴኻ ኢሎሞ ኣቕቢጽዎም ኣማሪሩ ክኸይድ ተሃድሶ የእትዮሞ ቀጺዖሞ ሕጂ እውን ኣቕቢጹ ። ዝግበር ነገር የለን ሞሊቑ ምሳና ተበገሰ ኣብ ሳልሳይ ወራር ኣብ ጽብራ ንወያኔ ክዓጻጽደን ውዒሉ ኣብ ናይ መወዳእታ ተሰዊኡ ። ስለዚ ኣይሰምዑኻን ኢዮም እምበር መንግስትና ጻንታ ዝኾኑ ካብ ዘለዉዎ ስሒቡ ኣብ ቤት ጽሕፈታት ኢዩ ዝገብሮም ኔሩ ። እመንኒ
@teameneguse9717
@teameneguse9717 Жыл бұрын
Emo Dani ke ayteto elkayo kqbelo ykel doo
@yoditsemere9427
@yoditsemere9427 Жыл бұрын
@@Gunner77 ከም ኤርትራዊ የለን ኣብ ምሉእ ዓለም፣ ክብሪ ይሃብካ ብጻይ ስለቲ መልስኻ፣ ሳለኦም ክብርቲ ዘይትድፈር ሃገረ ሰማእቲ ኮይና ሃገርና ትነብር ኣላ፣ ክብርን መጎስን ንጀጋኑ
@Gunner77
@Gunner77 Жыл бұрын
@@teameneguse9717 ጻንታ ዝኾኑ ንድሕሪት ይሰሓቡ ኔሮም ኣብ ወራራት ርኢናዮም ኢና ግን ብኽንደይ ወጠጥ ኢዮም ዝመልስዎም ። ኣነ ምልክት እንዳ እዚ ኢየ ኔረ ኣብ ካልኣይ ወራር ኣብ ናተይ ቦታ ካብ ዓሰብ ዝተሳሕበ ሓደ ወዲ ስዉኣት ናተይ ቦታ ተኪኡ ንዓይ ከኣ ናብ ግንባር ናብ ዳሰ ሰዲዶምኒ ። ኣነ ምስክር ኢየ
@lucchi3902
@lucchi3902 Жыл бұрын
Wetru awet nhafash 🇪🇷🇪🇷🌹🌹🇪🇷🇪🇷🌴🌴👍👍
@eriwedihezhez
@eriwedihezhez Жыл бұрын
ሰላም ወትሩ ዝክሪ ንስዋአት ዓወት ንሓፋሽ ❤❤❤❤ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@adia8035
@adia8035 Жыл бұрын
To my beloved hero who had fallen for independence and to protect that freedom, you are always on our heart. Proud to be Eritrean and to come from this part of Eritreans. Glory to our heroes .🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@senay6334
@senay6334 Жыл бұрын
እወ እንፈትዎን እነፍቅሮን መመሃርትና ጅግና ስዉእ ደኒኤል ረጉድ ኣብልበና ሰፈርካ ሰማእታትና ህያውያን ኢኹም ነብስኹም ብሰላም ትዕረፍ🇪🇷❤🇪🇷
@elsayohannes4693
@elsayohannes4693 Жыл бұрын
ERITREA IS 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷PROUD OF ALL ERITREAN HEROES. THANK YOU VERY MUCH FOR YOUR TIME AND SERVICE TO ERITREA THE BEAUTIFUL.
@abrahamgrmatsion8705
@abrahamgrmatsion8705 Жыл бұрын
ብጣዕሚ ዘሕዘን ታሪኽ እዩ፡ግና ኣብዚኣስ ከምዚ ዓይነት ዘርኢ ንኽኾኑ ካብ ካብ ውትህድርና ናጻ እንተዝኾኑ ደስ ምበለኒ።ኤርትራ ሃገርና ዓዲ ጅግንነት እያ
@flugablessingtekle7453
@flugablessingtekle7453 Жыл бұрын
ሰላም ኣምላክ ንዓኩም ይምነ❤ ወትሩ ክሰምዓኩም ይነብዕ😢😢😢😢😢 ናይ ዳኔ ዛንታ ከኣ ኣዙ ከቢዱኒ መተዓብይተይ ካብ እንዳ ህጻናት 😢😢😢😢😢 ክቡር ዕረፍቲ ተሰዊኡ ። እዚ ኩሉ ንጹህ ደም ፈሲስዋ ሕጂ አድና ኣይ ንህብን ኣምላኽ ን አረትራ ይባርክ❤
@user-rn3fi2fs1o
@user-rn3fi2fs1o Жыл бұрын
ሓርበኛ ኣይነብርን እዩ ታሪኹ እዩ ዝውረስ ስወኣትና ወትሩ ኣብ ልብና ♥️♥️♥️
@tesfayweldeabzghi5292
@tesfayweldeabzghi5292 Жыл бұрын
Oh my god The is very sad story about l am so proud of all Eritrean people here story thanks 🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷✅💯💯👍🌳🍀☘️🌲🌿🌱🌴
@ehabhaile467
@ehabhaile467 Жыл бұрын
ዘልኣለማዊ ዝኽርን ክብርን ንሰማእታትና : ወትሩ ዓወት ን'ሓፋሽ!! 🇪🇷✊️🇪🇷
@akilehab377
@akilehab377 Жыл бұрын
Glory to our beloved martyrs. We follow their footsteps till our last breath.
@senaittesfamariam183
@senaittesfamariam183 Жыл бұрын
❤🇪🇷♥️
@erisweetheart8156
@erisweetheart8156 Жыл бұрын
Proud to be Eritrean 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@selamawittesfazgi9632
@selamawittesfazgi9632 Жыл бұрын
Selam Tesfazgi
@bereketeabkidanemariam9933
@bereketeabkidanemariam9933 Жыл бұрын
Wawww Bitaemi tsbuk Agelalitsa Tarik Brawo Efar Eritreawi Kubur Meninet 💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@mathu4616
@mathu4616 Жыл бұрын
Very Painful 😓 😢Family history Glory to our beloved martyrs candles 🇪🇷🕯🕯🕯🇪🇷…!!!
@haderakelati1160
@haderakelati1160 Жыл бұрын
ዘንብዕን ዘሕብን ስድራ ቤት ዳኒኤልን ኮማንዶ ዳኒኤልን ኤርትራና ክንደይ ስድራ ቤታት ጸኒቶሙላን ተሰዊኦሙላን ዮም ምደረ ሕድሪን ሃገረ ሰማእትን ዘይተነግረ ምበር ዘይተ ገብረ የሎን።
@Azeb4Eritrea
@Azeb4Eritrea Жыл бұрын
ኣቲ ምጭውቲ ሃገረይ ዋጋኺ እምብዛ ኸቢሩ እዚኻኣ መስደመም ኦፈጣሪ ኩሉ ኣለም ይኣክል በለና ዘላኣለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታትና 🙏😢❤🇪🇷❤🌴🐪🌴❤
@mehretwoldai9237
@mehretwoldai9237 Жыл бұрын
Thanks so much for sharing with us God bless Eritrea 🙏🏽🙏🏽🇪🇷🇪🇷❤️🌹🎉👍
@WarsaYYikealo1249
@WarsaYYikealo1249 Жыл бұрын
ስውኣት ክልተ ወለድን እንኮ ውላዶምን! ስለኺ ኤርትራ!🫡🇪🇷🫡
@erishukor7229
@erishukor7229 Жыл бұрын
Kbrn megos nsemaetat Eritrea 🇪🇷 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️
@abrahagebru3831
@abrahagebru3831 Жыл бұрын
Efrem ghidey very nice job ,I thank you brather. Keep your amazing work up❤❤❤❤❤
@fasikamesfun7232
@fasikamesfun7232 Жыл бұрын
እንኮ ወዲ ስዉእ ዳተባህለስ ንኩናት ኣታ ፈጣሪ ኣቦይ ሓድጊኳ ዝብሃል ኣየ ኤርትራዊ ተካል መዓንጣዓ ሕሩር ፈጣሪ ኣቦይ ህዝቢ ኤርትራ ዘርፈሉ እፎይ ኢሉብቀሲኑ ዝነበረሉ እዋን እባ ኣሪ ሌኒ ክቡር ሓወይ ነብስኻ በኣጸደ ገነት ተዕርፈለይ ክቡር ሓወይ ሰላም ዕረፉ ሰማታት ኤርትራ 🕯️😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭🕯️🕯️🕯️🕯️🕯️🕯️🕯️🕯️🕯️🕯️🕯️🕯️🕯️🕯️🕯️🕯️🕯️🕯️🕯️🕯️🕯️🕯️🕯️🕯️🕯️🕯️🕯️🕯️🕯️🕯️🕯️🕯️🕯️🕯️🕯️🕯️🕯️🕯️🕯️🕯️🕯️🕯️🕯️🕯️🕯️⛪🕌
@mogosdebesh7956
@mogosdebesh7956 Жыл бұрын
ዛንታ ካብ ዝጅምር ክሳብ ዝውዳእ ኣዒንተይ ብንብዓት ምቁራጽ ኣቢዩኒ፡ እዋይ ሃገርይ ኩሉ ካብ ነብሱ ኣብሊጹ ይፈትወኪ ምእንታኺ ዓሰርተ ግዜ ክስዋእ ይደልየልኪ፡ ዓደይ ዓዲ ታሪኽ፡፡ ሓደራ መንእሰያት ደቂ ሪማይ እነተንፍሶ ዘለና ትንፋስ ጀጋኑ እዩ እሞ፡ ማሕላና እንዳ ኣሓደስና ኣለና ንበሎም። ክብርን ሞጎሰን ንሰማእታትና። ዓወት ንሓፋሽ!!
@selammengistu2451
@selammengistu2451 Жыл бұрын
I am proud.of Ertrian heroes your sacrifices shed light to all ertriian and the flag shines all over the world you not die invein You.ha ve special place because of your sacrifice Ertrian people celbrate their independece thankyou geagano
@brhanalem5387
@brhanalem5387 Жыл бұрын
እዋይ ይገርም ኢቱ ብጣዕሚ የሕምም ብከምዚ ንዛ ምጭዉቲ ኣምጺኦምልናስ ሕጂ ታርኽ የብልኩም ስናዕ ታሪኽ ክብሉን ንተጋደልትና ክዝንጥሉ ን ከቛሹሽን ብጣዕሚ የሕዝን ብጥሙያት ከብዶምን ቁርን ጻሓይን ምስ ሽሾ ሰራዊት ብዙሕ መስገደላት ሓሊፎም በሉ ደቂ ኤረይ ንቲ ናቶም ጸማ ክንመልስ እንተኮይኑ ንተዘምጹልና ምዕቃብ ምዕቃብ ኢዩ ኣብ ትሕቲ ኣምላኽ ኣነ ዝበለ ጅግንነት ኢዮም የሕሊፎም ንዓቅባ ሕድሮም ኣምላኽ ን ኩሉ ህዝቢ ኤርትረኣም መረታን ይባርኽ ሸር ላይክ ኣይንሕመቅ ❤❤❤❤❤
@eritrea941
@eritrea941 Жыл бұрын
ክብርን ምግስን ንስሚኢትትን
@aruaki4454
@aruaki4454 Жыл бұрын
ታሪክ ህዝቢ ኤርትራ ታሪክ ጅንነት ጽንዓት ዓወት ኢዩ ዘልኣለማዊ ዝክሪ ን ሰማእታና
@hagerawitekkali4209
@hagerawitekkali4209 Жыл бұрын
Efrem! Simply Thank you!
@yordanosberhe1055
@yordanosberhe1055 Жыл бұрын
Thank you for sharing, Rest peacefully our martyrs, Awet’Nehafas 🙏🏽
@wedimengsteab5347
@wedimengsteab5347 Жыл бұрын
ክብርን ሞጎስን ንሰማኣታትና ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ
@user-ih1id4mz3e
@user-ih1id4mz3e Жыл бұрын
Dani hawey always in my heart 💔💔💔
@bqse6142
@bqse6142 Жыл бұрын
ንስለ ኤርትራ ዝተኸፍለ ዋጋ ሓወልቲ ጀጋኑ ሰማእታትና እዋይ ልብኻ ዝትንክፍ ታሪኽ 😢 ስዉእ ዳኒኤል ዋላኳ ድሌት ይንበሮ ካብ ኲናት ክዕቀብ ኔሩዎ እንኮ ሓድጊ ስዉኣት ስለ ዝኾነ ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታትና ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ!!! 🇪🇷✊ ኤፍሬም ግደ የቐንየልና ነመስግነካ 🇪🇷🙏🇪🇷
@fisehayetesfageris1300
@fisehayetesfageris1300 Жыл бұрын
ናይ ባሓቂ ደስ ዝብል እዩ ኤፍሬም ሓወይ አጆካ ቀጺሎ አብ ጎንካ አለና
@tesfayweldeabzghi5292
@tesfayweldeabzghi5292 Жыл бұрын
The is very mazing store 😢😢✅🙏🇪🇷💯✅🇪🇷✅💯🙏
@gualnakfa3862
@gualnakfa3862 Жыл бұрын
Dani hawey hawelti hager mes sedabetka 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@lovepeace4370
@lovepeace4370 Жыл бұрын
Proud to be Eritrean 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪💪
@hizbawiginbarginbarghinda3872
@hizbawiginbarginbarghinda3872 Жыл бұрын
ሃገረ ኤሪትራ ሃገረ ሰማእታት ሞሳን ዚክርን ንስውአታትና ሻዕቢያዊ ሃገርዊ ኪብሪታት ኤሪትራ ሑድሪ መትከል ውድብ ንቅሓት ትሓድሶ ዓወት ንሓፋሽ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@senamitasmara8664
@senamitasmara8664 Жыл бұрын
ክንደይ ስድራቤታት ጸኒተን ብሰንኪ ገዛእቲ ኢትዮጵያ ሓድጊ ስዉኣት ንሉኡላውነት ሃገር በጃ ሓሊፉ ታሪኽኩም ነባሪዩ ❤🇪🇷❤
@ezanatedros3762
@ezanatedros3762 Жыл бұрын
,ስወኣትና ወትሩ ኣብ ልብና ::
@iahestetbah2934
@iahestetbah2934 Жыл бұрын
ቡርቱዕ ዋጋ። ክብርን ሞገስን ንሰማእታትና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪❤️❤️❤️❤️
@delinazekarias1288
@delinazekarias1288 Жыл бұрын
Efriem ghide very well appreciated thanks 🙏🏾 brother. Keep your amazing work up
@senait4255
@senait4255 Жыл бұрын
WOW 🇪🇷 🌺
@mariamawit
@mariamawit Жыл бұрын
Our hero wetru zelalemawi zikri n suwuatna Awet n hafash 🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍🏾❤️
@saramahari6429
@saramahari6429 Жыл бұрын
Eritreawi kebur menenet kebren mogsen nmiklkal Eritrea zkri nsemattatna 💕🇪🇷💕🇪🇷💕🇪🇷
@marybrhan4922
@marybrhan4922 Жыл бұрын
danile God but you in Heven,oue Hero,thanks i will remmber you for life!!!!!!!!!
@senait4255
@senait4255 Жыл бұрын
WOW WOW WOW ERITREAWI KUBUR MENNET FOREVER ALAWYS YESSSS 🇪🇷 ♥️ 🕌 🙏 ⛪️ ❤️ ❣️🥰🤩🙏🌄‼️‼️
@kuludhrihager7270
@kuludhrihager7270 Жыл бұрын
Efrem Gde thank you 🙏 for all you do and for all the hard working you do to bring us together and share our great history. We celebrate you and proud of you 👏.
@senait4255
@senait4255 Жыл бұрын
ERITREAWI Kubur Mennet forever Alawys YESSSS 🇪🇷🙏 ♥️ 🙏🕌 🙏 ⛪️ 🙏❤️ 🇪🇷 🤩🥰❣️🌄‼️
@lemlemdaniel9037
@lemlemdaniel9037 Жыл бұрын
አሜን 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ኤርትራ ንኤርትራዊያን ተኸቢራ ንዘልአለም ትንበር
@elsawoldu5507
@elsawoldu5507 Жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹
@lemlem543ghidey
@lemlem543ghidey Жыл бұрын
እዋይ ዳኒ ሓወይ መታዓቢተይ ቤቴምሬቲ ሰዉሯ ።01ነጥቢ ሓደ❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@suzitsegay1897
@suzitsegay1897 Жыл бұрын
Semaetat Eritrea wetru tezekeru kiberu Jigna Eritrawi nihageru zihalefe
@eritrawit7184
@eritrawit7184 Жыл бұрын
ዝሕዝን ታሪኽ ኩሎም ስድራ ቤት ጅጋኙ ሓድግ ዘይብሎ ዳኒኤል ኣጽቢቆ ይሕዝንካ ስማኣታትና ኣብ ገነቱ የንብርኩም
@Leomessi-cq1hi
@Leomessi-cq1hi Жыл бұрын
Kem beal Dani deki jeganu semai zeseanu zkesernayom eyom!! Dani fethi zseane hawoy metabitey eyu kesirnayo 😭💔💔💔😭
@user-zu6iy6vh1y
@user-zu6iy6vh1y Жыл бұрын
Kbrn mogosn ndanieln mesatun kemuauwun nukulilom suwat eritrawyan Awet nihafash rezin yu zikri zahaben Hager 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷😭🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷😭🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@godoliasyermiahu1113
@godoliasyermiahu1113 Жыл бұрын
ክብርን፡ሞጎስን ንስውኣትና ይገርም ዛንታ ዳኒ ናይ ቀረባ ዓርክናን መተዓብይትናን ዩ ብሓደ፡ኣብ 7 ይዙር ደንጎሎ ሓሽፈራይ ብሓደ፡ኔርና ድሕሪ ኣይተራከብናን ከም ተሰውአ ግን ሰሚዐ ኣፍቃሪቱ ዝበልካያ ድማ ኣባል ሓይሊ ባሕሪ ሰናይት ሓብቲ ጃፓን ትብሃል
@lemlemmusaa9267
@lemlemmusaa9267 Жыл бұрын
መን ሙካን ካ ኣይፈልትኮካን ግን ደሃይ ዝይዳ ፈይስ ቦክ ኣድድ ክብለካ ይደሊ ስም ስደድለይ ደሃይ ኪሃተካ በኣል ፈበን።ኣብርሃም ራህማ ኣብደልዋሰ ኣወት ሰናይት በለጸት ገነት ታደሰ ስድራበታ ሳህል ነሮም አስያስ ሰምረ ምስ ሃፍቱ ትርሃስ
@kibromtesfu978
@kibromtesfu978 Жыл бұрын
ክብርን ሞጎስን ንሰማእታትናን ወትሩ አብ ልብና አለኹም። ዳኒኢል ቤት ትምርቲ ሰውራ አብ ደቀምሐረ ዝነበረ ድዩ ።
@genetmihus8301
@genetmihus8301 Жыл бұрын
Thank you for sharing all the great information about the great heroes proud of them for all the time and we will miss them 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏⭐️⭐️⭐️⭐️
@eriiq8208
@eriiq8208 Жыл бұрын
ኣብ ምውድእ 3ይ ወራር ኩሎም ፈኩስ መውጋእቲ ዝምለስሉ ኣብ ሕክምና ክ/ስ 26 ናይቲ ግዜ ኣብ ቤት ትምህርቲ ቅነሓየላ ኢዩ ንኡስ ዞባ እምንሓይሊ ጸኒሕ ናብ ኣህዱየይ ሕክምና ቦጦሎኒ ዓዲ ጣፋ ንፋስ ክኽይድ ናብታ ብዒላ ኣኪላስ ትፍለጥ መምላለሲ መካይን ዝማልኣኒ እንተረ ረኽብኩ ሽለብ ሽልብ ይብለሉ ኣብ ዝነብርኩ ኣብ ጸግዒ እንዳ ሻሂ ኮይኑ ሕደ ብጻይ ብስምይ ይጽውዕኒ ሰግጥ ኢለ ይእልዮ ድሕሪ ምጉንናጽ እዝን ክዳንካ ምስ ረኤኹስ ዳኒ ኤል ረጉድ መስልካኒ ክምዘን ናትካ ክዳን ኢዩ ተኸዲኑ ነይሩ ብናይ 5ይ ዙርያ ዝፍለጣ ወት/ክ/ ለቢሰ ነይረ ። ምስኦም ክህሉ እንዳ ተመነኹ ኣብይ ኣሎ በልክዎ ብታህዋ ኩነታቱ ክፈልጥ እንዳ ተሃውኽኩ ዝን በለ ኣንንታ ኣኽባሩ እንዶ ንገርኒ ኢለ ብታህዋክ ክህውጽ ጀመርኩ ። ሮጉድ መትሓዚ የብሉን ኣነ ካልኣይ መድፋዕጂ RPG ናቱ ኢየ ነይረ ተውጊኡ ኣፋኒናዮ ። ኩነታት ጻዕጺዑ ኣፋኒና እንዳ በልና ምስሓደ መታዕብይቱ ሪሰርባ ዝነብረ ተራኺቡ ምስ መውጋእቱ ካብኡ ምፍላይ ኣብዩ ኪድ ይብሎ ነይሩ ጽልኢ ደፊኡ ኣህዱታት ክድፍኣን ሓደ ኮይኑ ዕብለላ ጸልኢ ምስ ጽዓቐ ክንውጽእ እንዳ ተነገርና ዳኒኤል እንዳ ተኮሰ ኣትይዎም ነቲ እንኮ ዝገንሖን ዝሰምዕን መራሒ ሓይልና ውን ክሰምዖ ኣይ ክኣልን ውጻእ ኮይኑ ኩላትና ወጽእና ኣብ ዝሓይሽ ቦታ ኮይና ምቁጽ ጻር ተግብርና ረጉድ የልን ። ኩሉ ሰብ ተሻቒሉ እቲ ምስኡ ዝነብረ መታዓብይቱ ብኸቢድ ኣብዶመን ተሃሪሙ ተጽይሩ ክሓልፍ ሪዮ ከይንሓቶ ሃልዋቱ ይፈልጥ ኣይንበረን ንሱ ክማን ሕክምና ተብጺሑ ኢዩ ክራኽቡ እንከልዉ ሓሚደ ሓውይ ይብሎ ነይሩ ። ብድሕሪ ሳልስቲ ጸንሒና ጽረ መጥቃዕቲ ጌርና ነይርና ስውኣትና ክንደሊ ክምዘን ክዳውንትኻ ዝመስላ ለቢሱ ኣብ ኣዋድቓ ኣንበሳ ወዲቑ ጸኒሑና ። ኩሉ ሰብ ተጽሊሉ ብመስዋእቱ ኢሉ ኣርዲኡኒ የዕንተይ ክዓግተን ኣይከኣልኩ ክምዛ ስውኣት ክቐብር ዘይቀንኹ ብፍላይ ኣብ ታባ ትሌስኮፕ እንዳ ዕሽ ኣብ ሓንቲ ታባ 35 ስውኣት ዝቐብርክሉ ክማን ኣይዘከርኩን ። ፍሉይ መስእዋእቲ ዳኒ ሮጉድ ጻንታ ብምኻኑ ልዕሊ ማንም የኽብዶ ። ቅድሚ መስዋቱ ድሕሪ ካልኣይ ወራር ኣብ ባረንቱ ምስ ጅምዓት ዓብይ ደስቲ ተራኺብና ። ኣልዕልናዮ ሮጉድ ዳኣ ኣርፒጂ ሎጉሞ እንክሎ ሓንቲ ወትሃደር ካላሻን ሒዙ እንከሎ ፌት ንፊት ተራኺቦም ሃንደብት ኢዮም ጎፍ ተባሂሎም ክትኩሰሉ በጥ ክትብል ብታ ቡንባ ክብንቅራን ሓንቲ ኮይና እሂ ኢሎም ተምጽእዎ ብጾቱ ንሓድ ሰብ ቡንባ ኣማራጺ የልን ይቕጽዓላ ኢልዎም ። ንኣብነት ንሕና ኣብ ስድራና 3ይ ወራር 6ተ የሕዋት በቢ ወገና ንቃራቆስ ነይርና ኩላትና ተምሊስና መውግእቲ ገለ ገድፍካ ዳኒኤል ንበይኑ ወፊሩ ንብይኑ ክተርፍ የሕዝነካ ። ዋጋ ኤርትራ ረዚን ኢዩ ።
@lemlemmusaa9267
@lemlemmusaa9267 Жыл бұрын
ኣነ ሃዲስኒ ክነበአ ከንየ ግን ዋላ ሃንቱ ዝግበር የለን ንዘላለም አረፍቲ ይርከቡ ህገር አሪትራ ትበሃል ብድውሞን ኣጽሞም ሉአላነት ኣኪቦም ።
@eritrealove7686
@eritrealove7686 Жыл бұрын
Ewayyyy qanza 😢😢😢😢😢😢😢
@lulabahare4319
@lulabahare4319 Жыл бұрын
Dani Hawey I miss you, olweys in my heart, ❤❤❤❤
@natsnetmehari5271
@natsnetmehari5271 Жыл бұрын
ስወኣትና ውትሩ ኣብ ልብና 🇪🇷❤🇪🇷
@zaidtewelde2368
@zaidtewelde2368 Жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 Awet N'Hafash 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💓💓 Thank you Efrem Gedey for your service 🙏🏾🇪🇷🇪🇷💓💓💓🌷
@edensolomon8113
@edensolomon8113 Жыл бұрын
I am proud be Eritrea 🇪🇷, 🇪🇷 ❤️ 💙 💖 ♥️ 💕
@asmretgirmay1117
@asmretgirmay1117 Жыл бұрын
Kibren mogasen samaetatna watru Ablibina 🙏♥️🇪🇷♥️🇪🇷🕯️🕯️🕯️💐💐💐💐💐💐
@sammyabraham6645
@sammyabraham6645 Жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 HERO WILL NEVER DIE BECAUSE HIS NAME IS ALWAYS BE ALIVE ABOVE OTHERS “ AWET NIHAFASH “ ✌️💪🏽👍
@wintana1600
@wintana1600 Жыл бұрын
Btaemi zehzin tarik eye. Gin kea zehfir hade knesu ab kunat katu w zeygbo u neyru bhaki.😭😭
@senaitgebrehiwet2851
@senaitgebrehiwet2851 Жыл бұрын
Wedi Sewuate Kiatu Yeblune,bejakume hade Hadgi Yedlya Eyu Eta Geza. Harbena Aynebren Tariku Eyu Zewres. 😭🇪🇷
@AK-ni8wn
@AK-ni8wn Жыл бұрын
Ewe Bejakum Kiatwu Yeblomin 😢😢😢
@elenzere8nv253
@elenzere8nv253 Жыл бұрын
Bhaqi zehzn eu hade nsu esuwn kswae bejakum mezekerta tarikom money gna ertrawit hiwetu qdmi hageru ayseran eu gna ntehalale
@bicherzere6312
@bicherzere6312 Жыл бұрын
Wow Bihaki zihibin kemuka zihibin Tarik eu .Jeganuna semaetatina wetiru ab libina. Bihaki Eritreawint kubur meninet eu proud to be Eritreaean kibiren mogosin nisiweatina wetiru Awet Nihafash 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 ❤️ 💖 ❤️ 🙏 🙏 🙏
@Ghebrhiwethabtay
@Ghebrhiwethabtay Жыл бұрын
Eritrean for eritrean thanks for your information about our golden history
@medhanieemeha7627
@medhanieemeha7627 Жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ዘሕዝን እዩ ስድራ ምልእቲ ብዘይ ሓድጊ ንስለ ሃገር ተመራሪሖም ሓሊፎም። ተመሳሳሊ ታሪክ ዘለዋ ስድራ ኣላ ኣቦን ኣደን ብመስዋእቲ ኣብ ምምጻእ ናጽነት 2 ወሊዶም ሓሊፎም ፡ ታሪክ ዳዊት፡ ሓብቱ ከኣ እንተዘይተጋግየ ዮርዳኖስ ዳዊት ይብሃሉ፡ ወላዲኦም ሓደ ካብ ገዳይም ተጋደልቲ እዩ ኣብ ምድምሳስ ናደው እዝ ተሰዊኡ፡ ናይ ኣዲኦም ግን ብንጹር ሓበሬታ የብለይን። ብዝኮነ ናይ ዚኦም ይሓይሽ ክልቴኦም ተመርሪዕም ወሊዶም፡ እንተዘይተጋግየ ታሪክ ኣብ ምጽዋዕ አዩ ዝቅመጥ።
@gezachnteklegeshu9158
@gezachnteklegeshu9158 Жыл бұрын
Harbeja aynebrn eyu tarku eyu ziwres Awet nihafsh❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@abadittesgazghi7094
@abadittesgazghi7094 Жыл бұрын
It's heart breaking i know we have so many family they lost their loved one and lost their generations 💔 but it's not for nothing they defended Eritrea🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 from Enemies . So we have a responsibility to looking after their promises and their families. Thank you all who you are sacrificed for Us before Eritrean independence 🇪🇷 after independence during woyanie government and now after peace agreement .
@yohannesissak6429
@yohannesissak6429 Жыл бұрын
ክብርን ሞጎስን ንስዋአትና
@user-bo4vv5oo9o
@user-bo4vv5oo9o Жыл бұрын
ክብርን ዝክርን ንስርማታትና ናይዳኒ ናይ ካርካሻ አጉዲልኩሙ አለኩሙ
@user-mu4un8pk7k
@user-mu4un8pk7k Жыл бұрын
ናይ ብሐቂ ዝድነቅን ዝናአድን ታሪክ ጅግንነት ።
@user-xu5jl6yq8m
@user-xu5jl6yq8m Жыл бұрын
😭😭😭😭😭❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷😭
@aemeromedia
@aemeromedia Жыл бұрын
fantastic insight! 💪
@yasminali1715
@yasminali1715 Жыл бұрын
Always proud of you 🙏🏽🙏🏽
@saba5749
@saba5749 Жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍👍
@lulat8183
@lulat8183 Жыл бұрын
❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@yonastekeste7109
@yonastekeste7109 Жыл бұрын
Gegna yawerse ember aynabern u 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️♥️
@kokobweldab73
@kokobweldab73 Жыл бұрын
ኡፍ ዋላ ክጽሕፍ ኣቅሚ ሲኢነ
@Tessenu
@Tessenu Жыл бұрын
I am proud to be eritrean ❤❤❤❤❤❤❤
@frewini6398
@frewini6398 Жыл бұрын
I have no words
@mongudaeritrea7780
@mongudaeritrea7780 Жыл бұрын
ክብርን ሞጎስን ንሰማእታት ኤርትራ፡እንቃዕ ናይ ሓወቦታቱ ወሪሱ ከደ፡ጽቡቅ ኣጋላልጻ ። ዓወት ንሓፋሽ፡
@abrahamhabte658
@abrahamhabte658 Жыл бұрын
እንቋዕ ናይ ሓወቦታቱ ወሪሱ ከደ ዶ በልካ ።እወ ደይኩርምትኻ ሕጻ ቆርጥመሉ ደይ ኣጻብዕትኻ ሓዊ ጽሓረሉ ኢዩ ነገሩ።እቲ እንኮ ተረፍ 2 ጀጋኑና ስዉኣትስ ሲ ምትዓቀበ እምበር እንቋዕ ኣሰር ሓዎቦታቱ ሰዕበ ዶ ምተባህለ ዓገብ።
@sarahtesfai4740
@sarahtesfai4740 Жыл бұрын
Eternal Glory to our precious Martyrs ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@berhanetewolde3247
@berhanetewolde3247 Жыл бұрын
ኣብ ብርጌድና እንዳ ረሻሽ:ሓደ ሃብቶም ዝብሃል ወዲ ስዉኣት(ኣቡኡን ኣዲኡን):ኣሃዱና ሓደ ንወለዱ ስለዝኾነ:ኣብ ክፍልታት ቦጦሎኒ:ፐርሰናል ኮይኑ ተመዲቡ ክሰርሕ ጌሮም።ስለዚ ንዳኒኤል'ውን ከምዚ ክረክብ ኔርዎ።ምኽንያቱ ጻንታ ስለዝኾነ😭።
@SeMhar---ASM
@SeMhar---ASM Жыл бұрын
ኤርትራ ህያብ ስውኣትና እያ :: ክንዲ ውላዶም ክንዲ ሓድጎም 👉🇪🇷👈 እዛ ባንዴራ ኣረኪቦሙና : ወትሩ ተከቢራ ትነብር ህያብ :: ቅሰኑ ሰማእታትና ወትሩ ኣብ ልብናን ሓሳብናን :: . ❗️🇪🇷 ዓወት ንሓፋሽ 🇪🇷❗️
@delinazekarias1288
@delinazekarias1288 Жыл бұрын
Omg rest in peace meteabitey
@filywedibereka1961
@filywedibereka1961 Жыл бұрын
እዋይ ዳኒ ሓወይ ካብ መንፈስ ኤርትራዊ ከም ኣቦኻን ኣደኻን ንዘለኣለም ወትሩ ኣይክትርስዑን ኢኹም ዘለኣለማዊ ዝኽርን ክብርን ንስውኣትና
@tesfamichaelmebrehatu841
@tesfamichaelmebrehatu841 Жыл бұрын
ኣዝያ መሰጢትን ዓቢን ረዚንን ታሪኽዞም ክቡራትን ንስለ ሃገርን ህዝቢን በጃዝኾኑ ሓበን ህዝቢን ሃገርን ኤርትራ ክብሪ ዝኽሪን ንዖምን ንኹሎም ሰማእታትና ይኹን።
@candido6539
@candido6539 Жыл бұрын
💯🇪🇷💯🇪🇷💯🇪🇷💯🇪🇷♥️
@hanikiros7880
@hanikiros7880 Жыл бұрын
ሓርበኛ ኣይነብርን እዩ ታሪኹ እዩ ዝውረስ ዘላኣለማዊ ዝኽሪ ን ሰማእታትና 😢😢😢😢
@goitomfekadu7950
@goitomfekadu7950 Жыл бұрын
This is tragedy. As an Eritrean I feel shame. Because those who martyred to save the country we couldn't save their child. Painful. At we should protect him to say this is the land of my father and mother.
@user-oz8ik5fz3i
@user-oz8ik5fz3i Жыл бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@berhanezemuy473
@berhanezemuy473 Жыл бұрын
@MGS_Content
@MGS_Content Жыл бұрын
WOOOW. thanks EMNA, THIS STORY IS PERSON TO ME. I SOMEHOW RELATE TO DANIEL
孩子多的烦恼?#火影忍者 #家庭 #佐助
00:31
火影忍者一家
Рет қаралды 52 МЛН
路飞被小孩吓到了#海贼王#路飞
00:41
路飞与唐舞桐
Рет қаралды 76 МЛН
Cat Corn?! 🙀 #cat #cute #catlover
00:54
Stocat
Рет қаралды 15 МЛН
New Eritrean |  መረብ ምላሺ | ብ ገብረ ንጉስ -  ቀዳማይ ክፋል
52:09
The FAST and FURIOUS Table Hack 😱
0:29
LosWagners ENG
Рет қаралды 18 МЛН
Эффект Карбонаро и нестандартная коробка
1:00
История одного вокалиста
Рет қаралды 9 МЛН
Помог🤣#сериалы #фильмы
0:28
Кинокомбо
Рет қаралды 2,6 МЛН