Enda Tehish (እንዳ ትሕሽ) - 134 ክፋል | Tigrigna sitcom drama Part --134 /2024

  Рет қаралды 95,582

Hanza Tube /ሃንዛ/

Hanza Tube /ሃንዛ/

3 ай бұрын

#hanza tube #እንዳ_ትሕሽ
@copyright hanza tube any
unauthoized use copying or distribtion is stricty probibited.
ብስራሕቲ ምልላይን ምስንዳእ ምድላዋት ሃንዛን ብስራሕቲ ምልላይን ኪነ-ጥበባትን ኖላዊትn ራእሲ ኢንተርትይንመንት ዝዳለው ተኽታታሊ ሲትኮም ድራማ

Пікірлер: 390
@Lele-dk1pi
@Lele-dk1pi 3 ай бұрын
ዓውቾ😅😂እዛ ድራማ ድምቀት ናወስከት ትከድላ ቱቡሉ ላይክ ወቅጡለይ ደቂ ትግራይ ዓደይ
@user-ld8px5xr1z
@user-ld8px5xr1z 3 ай бұрын
ሳብስክራይብ እባ ግበርለይ😢❤
@EtsEts-qx4gk
@EtsEts-qx4gk 3 ай бұрын
​@@user-ld8px5xr1z😊😊
@EtsEts-qx4gk
@EtsEts-qx4gk 3 ай бұрын
😊
@user-qd3pq9om6c
@user-qd3pq9om6c 3 ай бұрын
ብጣዓሚ 😂❤❤❤❤
@somoksa2031
@somoksa2031 3 ай бұрын
እንኳዕ ዳሕና መፃእኹም እንዳ ትሐሽ ናዓዊቾ ትፈትዉ ላይክ 👍🥰🥰🥰🥰🥰
@HaveHaving
@HaveHaving 3 ай бұрын
ኣቡሸይ ኑፉዕ ታይ ገይሩ ደኣ መምህር ልሎም ተኣሲሩ ዓውቾ ዶሞ ኣድምቃ ቀፅለላ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ላይክ ሃቡኒ ላኣይ ለ ጀማሪ እየ ዋ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-ev9ne1zm7d
@user-ev9ne1zm7d 3 ай бұрын
ደቂ ተዋህዶየ ኣለኹም ቅድስ ሩፋኤል ካብ ኩፉእ ይሓልኹም⛪⛪⛪
@milaye3667
@milaye3667 3 ай бұрын
አረ ዓውቾ ኣይትድገምይ 😂በቃ ሐዚ ወሲካ ደሚቃ
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 3 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበሪለይ ማዓረይ❤❤❤❤❤
@user-jj4lh3lo6q
@user-jj4lh3lo6q 3 ай бұрын
ደቂ ተዋህዶ እንኳን ለቅዱስ ሩፋኤል አደረሳቹ አደረሰን❤❤❤❤
@user-wt5gh5ub2l
@user-wt5gh5ub2l 3 ай бұрын
ኣሜን❤
@dgyfugf6218
@dgyfugf6218 3 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏🙏🌷🌷💞💒💒
@user-it6wx1cu9r
@user-it6wx1cu9r 3 ай бұрын
እንታይ ዝበሃል ቋንቋ እዩ እዚ? እኽሊ ለማኒ ዝመሥል ቋንቋ። ሕውሥዋሥ።
@user-dy4ly4is1b
@user-dy4ly4is1b 3 ай бұрын
❤❤❤😂😂😂​@@dgyfugf6218
@user-rh4zc6mv3g
@user-rh4zc6mv3g 2 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏
@user-op8dr9fy7t
@user-op8dr9fy7t 3 ай бұрын
ዓውቴ እንኳዕ ስላም መፅእካ ❤❤
@SlamahSalim-px4yv
@SlamahSalim-px4yv 3 ай бұрын
ዉዉዉዉዉዉ ዓዉቾ ድምቀት ናዛ ድራማ ❤❤❤
@user-wc7vo5xn2v
@user-wc7vo5xn2v 3 ай бұрын
ዋው ኣውቸ ፍቅር welcome to እንዳ ትሖሽ❤❤❤❤
@user-ld8px5xr1z
@user-ld8px5xr1z 3 ай бұрын
ሳብስክራይብ እባ ግበሩለይ❤
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 3 ай бұрын
ደምራኒ ኣሕዋተይ❤❤❤❤❤
@Lele-dk1pi
@Lele-dk1pi 3 ай бұрын
@@user-uy4ek2zj3sሓፍትና❤❤
@genet3442
@genet3442 3 ай бұрын
ዓዉቹ ይሞችይካ አረ ኣይት ዲገሚይ ወለላይ ማዓረይ ዲሙቀይ❤
@almazalmaz1003
@almazalmaz1003 3 ай бұрын
ትክክል ድሕሪ ኩናት ተጋደልቲ ክብሪ የብሎምን😢
@mamaayaalemey1112
@mamaayaalemey1112 3 ай бұрын
ዓውቾ ዝፈቲ ለይክ😂❤❤
@almazgiday9935
@almazgiday9935 3 ай бұрын
አድናቂት ናይ ሳሚ እየ ይበል ሳዕሲዒት ዕድመ ጥዕና ይሀብካ ናይ ባሐቂ ሳዕሲዒትካ ንግፍግፍ እየ ብጣዕሚ ደስ ባሀሊ ።
@user-km3qr7ni4q
@user-km3qr7ni4q 3 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም ተጋሩዋይ ሰናይ ዕለት ሰንበት ይግበረልና ❤❤❤❤❤❤
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 3 ай бұрын
ደምሪኒ ዝያዳይ❤❤❤❤❤
@user-km3qr7ni4q
@user-km3qr7ni4q 3 ай бұрын
@@user-uy4ek2zj3s ደሚረኪ ማዓረይ ❤️❤️
@ሳሌም
@ሳሌም 3 ай бұрын
ሕጂ ግርም ዓዊታ መጺኡ መማቅርቲ 2ይ ኤልሚ 🤣🤣🤣🤣🤣🤣kkkkk ሞይተ 2ተ ሓደ ተራኺቦም 🤣🤣🤣🤣🤣
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 3 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበሪለይ ማዓረይ❤❤❤❤
@ሳሌም
@ሳሌም 3 ай бұрын
ገረልኪ ኣለኹ ጓ ል ዓደይ ​@@user-uy4ek2zj3s
@user-yr4hx2um5m
@user-yr4hx2um5m 3 ай бұрын
ኣፍፍ ገብሩ አደብርካና ዋይይይ አስቲ ከምዚ ከማይ ዝደበረኩም ላይክ 😮
@user-rs8bd8un8y
@user-rs8bd8un8y 3 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም መጻእኩም እንዳ ትሐሸይ ሙቁራት ዓውቹ ጽቡቅ ስራሕ 🙏❤❤❤❤❤❤
@hdjf4
@hdjf4 3 ай бұрын
እንካዕ ዳሓን መፃኩም ብሩካተይ ❤እረ ዓዉቸ ኣይትድገምይ ብስሩ😂
@user-wl2bh4sj1k
@user-wl2bh4sj1k 3 ай бұрын
ዋዉ ዓወች መፃካ እና ትሓሸ ክልተ ምሕረሪት ኢሙ ሸኾር❤😂
@YONAS.MEKONEN-ov1hp
@YONAS.MEKONEN-ov1hp 3 ай бұрын
ደቂ ትግራይ በጃኩም ሳብስክራይብ ግበሩለይ ምእተ ማርያም አኹሱም
@KhanKhan-ys9yk
@KhanKhan-ys9yk 3 ай бұрын
ገይረልካ
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 3 ай бұрын
እሺ ናዓይ ለ ሳብስኽራይብ ግበሩለይ ንታሓባበር
@user-lx6wh4hg2r
@user-lx6wh4hg2r 3 ай бұрын
ገይርና እነሀና🎉
@HjHj-jg3mn
@HjHj-jg3mn 3 ай бұрын
ጌርና መዓረይ
@brijap5171
@brijap5171 3 ай бұрын
ገይረልካ
@user-zh5lj4ex3k
@user-zh5lj4ex3k 3 ай бұрын
ኣይይ ኣቡሸይ ማዓረይ ❤❤❤❤
@user-qi2vk7wd3q
@user-qi2vk7wd3q 3 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም ተጋሩዋይ ሰናይ ዕለት ሰንበት ይግበረልና❤❤❤❤🥰🥰🥰🥀🌺😘😘🥰🥰❤❤
@Samri16
@Samri16 3 ай бұрын
ዋዉ ዓዉቻ
@tsegatsega238
@tsegatsega238 3 ай бұрын
ብርክ ሰንበት ❤❤❤ዋልካም እንዳ ትሑሽ🎉🎉🎉
@meryabrha889
@meryabrha889 3 ай бұрын
እረ ዓውቾ ይመቸካ😂እንኳዕ ድሓን መፃእካ❤😂😂
@asmelashtesfay5931
@asmelashtesfay5931 3 ай бұрын
አብ ቅድሚ ስእሊ ቅዱሳን ጌርኩም ሰብ ክተሳቕዩ አይፅብቑን
@BrhenBrhen-fw5uf
@BrhenBrhen-fw5uf 3 ай бұрын
እንካዕ ዳሓን መፃአኩም ደቂ ዓደይ ፁሪያት❤❤❤❤
@user-fd3db4jv4m
@user-fd3db4jv4m 3 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ኣንዳ ትሕሽይ ማዓረይ ❤❤
@Jgggfgajhvggghhg
@Jgggfgajhvggghhg 3 ай бұрын
ዓወቻ ዋው🎉🎉🎉❤❤❤
@abyabby9886
@abyabby9886 3 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም እንዳ ትሕሽይ ስናይዕለት ሰንበት ይግበረልና 😍መምህር ኖሆም ትሐሽ ሳሓቅ ቀቲለምኒ😂😂
@Gog-ok3ly
@Gog-ok3ly 3 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ደቂ እመብርሃነይ❤❤❤❤❤
@user-el1rx6zm6v
@user-el1rx6zm6v 3 ай бұрын
ዳኒየ ምስክን😂😂😂😂❤❤❤❤
@user-ed7oq6yy9p
@user-ed7oq6yy9p 3 ай бұрын
አንዳ ትሕሸይ አንኮዕ ብሰላም መፂኣኩም ኣረ ኣውቹ ይመችካ ንሰካ ኣይትድገምን 😂😂😂😂
@binyam1578
@binyam1578 3 ай бұрын
ቡሩክ ሰምበት🇨🇦🎉🕊💒🥰✝️🌻🌿
@user-zs1rr4bo6c
@user-zs1rr4bo6c 3 ай бұрын
ንፍዕት ተጋሩዋይ ጽሩያት❤
@user-xq7ii3qg6r
@user-xq7ii3qg6r 3 ай бұрын
ዓወተይ ብሉፅ 🎉🎉❤❤
@asayyeebyo182
@asayyeebyo182 3 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም መጻእኩም ፍቁራተይ ብዕድመን ጥዕናን ይሓልወልና እግዚአብሔር አምላኽ❤❤❤ ዓዉቸ እንኳዕ ብሰላም መፃእካ ፅቡቅ ስራሕ ንምንየለካ❤❤
@VanaVanaa-qn4nw
@VanaVanaa-qn4nw 3 ай бұрын
ዋዉዉዉዉ ዓዉቻ ❤❤❤❤
@kidusaraya4920
@kidusaraya4920 3 ай бұрын
ይመቸኩም
@user-hy4yk8iq8j
@user-hy4yk8iq8j 3 ай бұрын
እንኩዓ ዳሕና መጻእኩም ደቂ ትግራይ ሓላላት ❤️❤️❤️😍😍😍🌹🌹
@user-oz9wb7dg3n
@user-oz9wb7dg3n 3 ай бұрын
ተጋሩዋይ ማዓረይ ብጣዕሚ እየ ዝፈትየኩም ❤
@senaytgaltgray9316
@senaytgaltgray9316 3 ай бұрын
እንኳዕ ዳሕና መፃኩም❤❤❤
@user-yy8gd5pi3u
@user-yy8gd5pi3u 3 ай бұрын
ይመቹኩም❤❤❤❤
@MiliGaltigray-mk7lm
@MiliGaltigray-mk7lm 3 ай бұрын
ዓውቸ🎉🎉🎉
@user-jh2ck1rq9c
@user-jh2ck1rq9c 3 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃኩም❤❤❤❤
@GmhlHpyu
@GmhlHpyu 3 ай бұрын
ይመቸይካ. ዓዉቻ. ኣመቂርዋ. ዛ ደራማ❤❤❤❤❤❤❤
@user-ze6kj9pe8v
@user-ze6kj9pe8v 3 ай бұрын
እንኳዕ ዳሕና መፃእኹም ዓዊቾ❤❤
@AhmedAli-zo2sx
@AhmedAli-zo2sx 3 ай бұрын
በለ ተናገረ ያ ሞይተ 😂😂😂ተጋሩዋይ ኣይትሳአኑ ከ🤗🥰ሳሕቅ ቀቲሉኹሙና 😂😂😂😂🥰🥰🥰🥰
@user-up3rc4ke5v
@user-up3rc4ke5v 3 ай бұрын
Welcome to ዳተሐሽ ዓውቸ 😁😚
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 3 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበሪለይ ማዓረይ❤❤❤❤❤❤
@mesijfgjvjcfzf6426
@mesijfgjvjcfzf6426 3 ай бұрын
እንካዕ ብሰላም ምፃኩም❤❤❤❤❤
@selemontadese8344
@selemontadese8344 3 ай бұрын
ልማምየ ኣድናቕኻ የ ስለምካ ይብዛሕ ሕማቕ አይትረአ 🎉
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 3 ай бұрын
ሳብብስክራይብ ግበረለይ ማዓረይ❤❤❤❤❤
@selemontadese8344
@selemontadese8344 Ай бұрын
ገይረ የ 💯💕
@ሩታ
@ሩታ 3 ай бұрын
እረ ዓውቾ ይመችኻ😂😂😂😂😂
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 3 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበሪለይ ማዓረይ❤❤❤❤
@MedhinDesta-mt5vj
@MedhinDesta-mt5vj 3 ай бұрын
ተጋሩዋይ ብሩኳት ዘርኢ❤
@halakriri253
@halakriri253 3 ай бұрын
አረ ዓዉቾ ይመችኻ❤❤
@WeWe-iz2eh
@WeWe-iz2eh 3 ай бұрын
መጨረሽኡ❤❤✅✅
@AhdhhdTtts
@AhdhhdTtts 3 ай бұрын
ዓዉቹ ኢማ😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
@user-zh5lj4ex3k
@user-zh5lj4ex3k 3 ай бұрын
ደምርኒ ማዓረይ
@LH-iu7mx
@LH-iu7mx 3 ай бұрын
ኣይይይ እንኳዕ ዳሕና መፃኡኹም😂😂😂😂😢😢😮😮
@quisiue3968
@quisiue3968 2 ай бұрын
እንኳዕ ዳሕና መፃእኩም❤❤❤
@user-bp5ye2rh6f
@user-bp5ye2rh6f 3 ай бұрын
ዋይ መምህርልሎም ቲይ ገይሩ😢
@user-xn5nt7mt5h
@user-xn5nt7mt5h 3 ай бұрын
እንዳ ተሐሽ ሓላላት❤
@saammm2457
@saammm2457 3 ай бұрын
ዋው ዓውቻ❤❤❤❤ፍቅሪ🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@afgcg5271
@afgcg5271 3 ай бұрын
ዓዉቻ🎉🎉ይመችካ❤
@user-wb3je4uk6s
@user-wb3je4uk6s 3 ай бұрын
ተጋሩዋይ ፀሩይት❤❤❤
@GmhlHpyu
@GmhlHpyu 3 ай бұрын
ኣነ ኤማ እትበሃል. ከም. መአረምታ. ቅለነታ. ትቀንስ. ደባሪት😮😮😮😮
@user-er7ty9oy5s
@user-er7ty9oy5s 3 ай бұрын
ዋው ዓውቸ ይመችካ ፅብቅ ምጅማር
@GalTgrayyouTube
@GalTgrayyouTube 3 ай бұрын
ተጋሩዋይ ፅሩያት
@Gog-ok3ly
@Gog-ok3ly 3 ай бұрын
ዓውቸ እንኳዕ ዳሓን መፃኻ❤❤❤
@EfremYemane-ub5nk
@EfremYemane-ub5nk 3 ай бұрын
welcome ዓውቸ
@user-lq7rd2ri4s
@user-lq7rd2ri4s 3 ай бұрын
ይፈትወኩም የክብረኩም አየ ግን አዚ ንልሎም ግን ኣመና ሓሊፉ ዘይትምቅር ገርኩምዋ መቐረታ ኣባላሽኩምዋ ባአ ብዙሕ ኣይትበድልዎ ንልሎም 😢😢
@user-rj1ps6mx9x
@user-rj1ps6mx9x 23 күн бұрын
amen
@selamlekmu9726
@selamlekmu9726 3 ай бұрын
ኣረ መቐለእዩ ናበይ ኣክሱምከ
@SalamSalam-gb7tx
@SalamSalam-gb7tx 3 ай бұрын
ዓውቼ❤❤❤
@titg7829
@titg7829 3 ай бұрын
ክልተ ሓደ ተራኪቦም😂😂ኤሚ&ዓውቾ❤
@tesfayhailu700
@tesfayhailu700 3 ай бұрын
ፅቡቅ ትምህርቲ ❤❤❤❤❤
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 3 ай бұрын
ሳብስክራይብ ማዓረይ
@user-ul6tx5ob3k
@user-ul6tx5ob3k 3 ай бұрын
ልሎሞ❤😂😂
@Adera-zv5fb
@Adera-zv5fb 3 ай бұрын
Welcome to enda tehish ❤❤❤
@SofanitSofi-zr4vj
@SofanitSofi-zr4vj 3 ай бұрын
Ilove you❤❤😊😊❤❤😊😊
@sakeimahsakeim4662
@sakeimahsakeim4662 3 ай бұрын
ዓዎት ከይታውፅእዎ❤
@EtadaErada-rs9bz
@EtadaErada-rs9bz 3 ай бұрын
ዓውቸይ እንቋዕ ብደሓን መፃኻ❤😂😂😂ተጋሩዋኒ ላይኽ ኣይተውሕዱ❤🎉
@Hilfitweldi3833
@Hilfitweldi3833 3 ай бұрын
ዓዉቾ😂😂🎉
@user-me4uq7oc6b
@user-me4uq7oc6b 3 ай бұрын
❤❤❤😂አብቹ አብዚ አቲካ ፅቡቅበር
@Miskulufikir-tk6hf
@Miskulufikir-tk6hf 3 ай бұрын
እዛ ድራማ ደሚቃ ቢዓዉቸ🤣🤣🤣✌️🥰🥰
@BeletseKahase
@BeletseKahase 3 ай бұрын
እንካዕ ዳሓን መፃኩም ደቂ ትግራይ ሽኮር❤❤
@user-zh5lj4ex3k
@user-zh5lj4ex3k 3 ай бұрын
ደምርኒ ማዓረይ❤❤❤
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 3 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበሪለይ ዝያዳይ❤❤❤❤❤
@user-zh5lj4ex3k
@user-zh5lj4ex3k 3 ай бұрын
@@user-uy4ek2zj3s ገረልኺ እየ ማዓረይ
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 3 ай бұрын
@@user-zh5lj4ex3k የኽብረለይ ዝያዳይ
@xhhdhdhdhdhdhdjjd9872
@xhhdhdhdhdhdhdjjd9872 2 ай бұрын
ኣነይኮንያ😂😂😂😂😊
@hgfgghgvjggf9916
@hgfgghgvjggf9916 3 ай бұрын
ኣረ ዓዉቼ😂😂😂
@abrhamesfin7205
@abrhamesfin7205 3 ай бұрын
ወይኔ ንሎሞ ዳሩ ሪኡ😂😂😊
@user-vc9ou7nj8h
@user-vc9ou7nj8h 3 ай бұрын
ዳተሐሽ ❤❤❤❤❤
@azebTsegay172
@azebTsegay172 3 ай бұрын
ዓውቻ❤🎉
@user-vu5xd2lf1z
@user-vu5xd2lf1z 3 ай бұрын
👌👌👌👍👍👍
@elenihaftom
@elenihaftom 3 ай бұрын
ይመችኩም እንዳ ትሕሽ ከመይ ድየ ልፈትወኩም ኣውቼ❤❤❤ ይመችካ😂😂😂
@SofanitSofi-zr4vj
@SofanitSofi-zr4vj 3 ай бұрын
I love you
@user-jv2by6fx2t
@user-jv2by6fx2t 3 ай бұрын
ዓውቾ እካዕ ድሓን መፃእካ❤❤❤🎉🎉
@romanatsimu9460
@romanatsimu9460 3 ай бұрын
ዓወቾ😂😂
@user-rc8jt1pp3c
@user-rc8jt1pp3c 3 ай бұрын
ዓወት😂😂😂😂😂😂😂
@user-ml9or7ie4n
@user-ml9or7ie4n 3 ай бұрын
ዓዉቸ እመ ከለት ሓደ መሱሉ😂😂
@NardiQueen
@NardiQueen 3 ай бұрын
ገይርና❤
@galredae4626
@galredae4626 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@user-ur3xs8dn4b
@user-ur3xs8dn4b 3 ай бұрын
💖💖💖💖💖💖💖👍👍👍👍
@MiriMiri-fb8fx
@MiriMiri-fb8fx 3 ай бұрын
ዓውታ❤🎉
@user-ne4og5mc6c
@user-ne4og5mc6c 3 ай бұрын
❤❤❤
@user-ff2dt7hk8y
@user-ff2dt7hk8y 3 ай бұрын
😍😍😍😍😍😍😍😍
Little girl's dream of a giant teddy bear is about to come true #shorts
00:32
How Many Balloons Does It Take To Fly?
00:18
MrBeast
Рет қаралды 180 МЛН
Best Toilet Gadgets and #Hacks you must try!!💩💩
00:49
Poly Holy Yow
Рет қаралды 6 МЛН
ምሩፃት ቀልድታት ቲክቶከር ቃሉ part 1
19:20
እንደማይወዳት ነገራት ለሚዲያ ብቻ ነው የፈለኩሽ አላት
16:44
Eyobel tube-እዮቤል ቲዩብ
Рет қаралды 91 М.
БАБУШКИН КОМПОТ В СОЛО
0:19
PAVLOV
Рет қаралды 16 МЛН
EVOLUTION OF ICE CREAM 😱 #shorts
0:11
Savage Vlogs
Рет қаралды 2,9 МЛН
Детство злой тётки 😂 #shorts
0:31
Julia Fun
Рет қаралды 4,8 МЛН