ERi-TV: ህዝባዊ ግንባር ካብ ምዕኳኽ ክሳብ ምጥቃዕ - 1ይ ክፍል

  Рет қаралды 122,856

Eri-TV, Eritrea (Official)

Eri-TV, Eritrea (Official)

4 жыл бұрын

ERi-TV: ህዝባዊ ግንባር ካብ ምዕኳኽ ክሳብ ምጥቃዕ - 1ይ ክፍል

Пікірлер: 462
@mhaymanot1290
@mhaymanot1290 4 жыл бұрын
So proud to be Eritrean, our future is bright if this generation unite and work together for the development of our precious country Eritrea🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹🎉
@user-jg4jw9lb6q
@user-jg4jw9lb6q Ай бұрын
Thanks you so much ma'am same idea here
@user-bz2hc7so8s
@user-bz2hc7so8s 4 жыл бұрын
ንሓፋሽ ብዕላማ ዝቃለስ : ሓፋሽ ደጀን ይኾነሉ : ንሳቶምውን ደቂ ሓፋሽ ተባሂሎም ዓወት ይጭብጡ :: ክብርን ነባሪ ዝኽርን ንኹሎም ሓርበኛታት ደቂ ኤርትራና :: ዓወት ንሓፋሽ!!!🇪🇷
@danielhadgu
@danielhadgu 4 жыл бұрын
ድል ለሰፊው የኤርትራ ህዝብ ። ሞት ለወያነ ትግራይ ።
@dana.j9062
@dana.j9062 2 ай бұрын
✊️✊️💚❤️💙
@tedrosabraham739
@tedrosabraham739 4 жыл бұрын
Our Heroes! You did an outstanding achievements. Long live Eritrea! Happy 29th🇪🇷🇪🇷 Independence Day. 🇪🇷🌹🌹🇪🇷🇪🇷😍😍🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@ghebrhiwetmehari6388
@ghebrhiwetmehari6388 4 жыл бұрын
ህዝባዊ ግንባር✊🏼🇪🇷 ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ሞጎስን ንስውኣትና!! ዓወት ንሓፋሽ!!
@alemabraha3268
@alemabraha3268 4 жыл бұрын
I praud with my beautiful country and all my Hero eritrean leders and eritrean people. ❤❤❤
@habtom5113
@habtom5113 4 жыл бұрын
ሽዓብያ 🇪🇷💯👌✌️
@Sulinaist
@Sulinaist 4 жыл бұрын
Happy independent day Eritrea People Wetru Awet/hafash ❤️❤️
@iahesthabte1143
@iahesthabte1143 4 жыл бұрын
ጀጋኑ ሰብ ቅያ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@abelgrmay2957
@abelgrmay2957 4 жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪🏽💪🏽💪🏽
@sanaytredae1406
@sanaytredae1406 4 жыл бұрын
👍🇪🇷💐🐅🐅💐🔥🐅💐🔥🇪🇷🇪🇷🇪🇷🔥🇪🇷🔥🇪🇷🐪🇪🇷💞💐🔥🇪🇷💞💞🔥💐🐪🇪🇷💐🐪🇪🇷🐪💐🔥
@senaithadera2101
@senaithadera2101 4 жыл бұрын
Yohana nmelae ERITREA 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤
@bqse6142
@bqse6142 4 жыл бұрын
ህዝባዊ ግንባር ንዓለም መምህርን መስተንግርን ኮይኑዋ ኣሎ ህዝባዊ ግንባር ንሱ ጥሕሻ ደቁ ጥሕሻ ኤርትራውያን ዕድለኛታት ኢና ህዝባዊ ግንባር ድኾነ መራሒና ኣነስ እንቋዕ ኤርትራዊ ኮንኩ ዓወት ንሓፋሽ !!! 🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷🇪🇷✊🇪🇷✊🇪🇷✊🇪🇷✊🇪🇷✊🇪🇷
@g.m..r2270
@g.m..r2270 4 жыл бұрын
Jeganu Shabiya 🇪🇷 Happy 29th Independence day to all hizbi Eritrea .wetru awet nehafash.🇪🇷🐪🇪🇷🐪❤️🇪🇷🇪🇷🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@kabomiss2580
@kabomiss2580 4 жыл бұрын
ከማኣኹም ቅያ ዝገበረ ጅግንነት ኣብ ዓለም መድርግቲ የብሉን እንቃዕ ናብዚ ኩቡር ብዓል ናጽነት ኣብጻሓና ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንስውኣትና ወትሩ ኤሬይ
@08dawit
@08dawit 4 жыл бұрын
🇪🇷🌹❤ህዝባዊ ግምባር ጥራሕ'ዩ ኣብ ምሉእ ዕለም መስተንክር ታሪኽ ዝሰርሕ። ዓለም ገጢሙ ረፍ ዘብለን፡ ምስ ዘራያተንን፡ ምሉእ ዕጥቀንን። ዘይንቕነቕ ፍጹም ፍጥረት።❤🌹🇪🇷
@22danielzula
@22danielzula 4 жыл бұрын
Happy independence day all eritreans
@bthnngus4406
@bthnngus4406 4 жыл бұрын
Happy eritrean independence day and slavery day as well.
@mnbaraydgemn9819
@mnbaraydgemn9819 4 жыл бұрын
ህዝባዉ ግንባር ሓርነት ኤርትራ አናብስ ጀጋኑ ሰብ ስረ አነ ምሳኩም አለኩ ካብ ሎሚ viva Eplf 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🤝💪🏼💪🏼💪🏼💪🏼💪🏼 እዞም ደንበ ተቃዉሞ"ስ ታሪክ ዘይብሎም ብጀካ ይአክል ዳዉን ዳዉን ምባል ወካሩ
@weledjelhanti3790
@weledjelhanti3790 4 жыл бұрын
🇪🇷💪🏽🐫🐪 yes Wedi Hizbawi Ginbar
@bqse6142
@bqse6142 4 жыл бұрын
Yes teawet wedi Hizbawi Ginbar 🇪🇷✊🇪🇷✊🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷🐪
@wdassegebremariam8594
@wdassegebremariam8594 4 жыл бұрын
Ata halay men tarik aygeberun ilka 30 amet koynu lewti sle zeyele iyu eti hzbi zblae sinu zeztezarebe enda aseru kemey trio nska ke men kihidwo anabs ewe dhiru endu emo texeykwom
@jokatv216
@jokatv216 2 жыл бұрын
ህዝባዊ ግንባር ባለት ኣቦ ፍላስፋ ፈጣሪ በርቃዊ ጫፍዊ ማሕታ እዩ። ዓወት ንሓፍሽ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@dana.j9062
@dana.j9062 2 ай бұрын
Always and FOREVER proud to be an Eritrean!!💫🙏🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🙏💫
@alem2627
@alem2627 4 жыл бұрын
🇪🇷❤️ ህዝባዊ ግንባር ❤️🇪🇷
@michaelzeregaber1666
@michaelzeregaber1666 4 жыл бұрын
🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 for ever e p l f Eritrea
@user-zb8cn5uv5e
@user-zb8cn5uv5e 4 жыл бұрын
ደቂ ኤረይ በብዘለናዮ ሰላምናይብዛሕ ሩሑስ ቅንያት በዓል ናጽነት 29 ይግበረለልና💪🇪🇷🙏
@samrawittesfu5098
@samrawittesfu5098 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@seraye5586
@seraye5586 4 жыл бұрын
Eplf hero💪🏼💪🏼💪🏼💪🏼💪🏼💪🏼🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✌️✌️✌️
@danielhadgu
@danielhadgu 4 жыл бұрын
ድል ለሰፊው የኤርትራ ህዝብ ። ሞት ለወያነ ትግራይ ።
@medhanieanday286
@medhanieanday286 4 жыл бұрын
እቲ ጅግና💪🏼 እቲ ጅግና ዕላማኡ ኣብ መልሓሱ ዘይኮነ ንሃገሩ ንኸይጠልም ቃል ማሕልኡ ኣብ ልቢ ብጫዩ ፍቅሪ ዝሓተመ እሙን እዩ ። ከም ቃሉ ድማ ኣክንዲ ህዝቡን ሃገሩን ክብል ነታ ወርቃዊት ዝኾነት ነብሱ ብኽብሪ ወፈየ ።እዚ ድማ ሕቡን ኤርትራዊ ይገብሮ ። ምሽ ከምዚ ናይ ሎሚ ኩሎም ሓቅታት ንመን ይግብኦ ወይ ድማ ንመን ይጎድኡ ምስመን'ከ ትካፈሎ ከይፈለጥካ ዝሓዝካ ሒዝካ ምፍናውን ፡ ንኽብርኻ ብዘጉድል ምዝራብ ዘይኮነ. ንሶም ምስጢር ሓቅታቶም ፡ ኣብ ልቦም ዓቂቦም ንዕላማ ሃገር ንምዉሓስ ነብሶም በጃ ዝሃቡ እዮም እኮ። ዝኸፋአ መዉጋእቲ ናይ 'ርእሲ" ወላ እንተኾነ ምስጢር ሃገሮም የሕሊፎም ከይህቡ ኣዝዮም ጥንቁቃት" ከምዝነበሩ ታሪኽ ዝምስክሮ ሓቂ እዩ ። ንህዝበይን ሃገረይ የሕሊፈ ኣይህብን ዘበት እናበሉ ኣብ ፍቆዶ ማሓዩር ብዝተፋላለየ ዓይነት መሳርሒ ተቀጥቂጦም ካብ ዕላማኦም ግን ምንቅ ኣይበሉን። ፈሪሖም ውን ዝፈልጥዎ ሓቂ ኣየዉጹኡን። ብጽንዓት ኣብ በረኻ ፡ኣብ ከተማ ብጥበብ ፡ ሓደ ኮይኖም ንናጽነት ኤርትራ ኩቡር ዋጋ ከፊሎም። ከም ዉጺኢቱ ካኣ ንኤርትራ .ከም ሃገር ኣብ ዓለም ንኽትፍለጥ ብዘደንቅ ታኣምር ዓወቶም ኣመስኺሮም። ሎሚ ደኣ እንታይ ዄና ኢና ንርእስና ፎኺስና ነቲ ረዚን ታሪኾም ብዘሕዝን ዛንታ ኣልዒልና ንፋታትኖ ዘለና ? ጅግና ኣይነብርን ታርኾም እዩ ዝዉረስ ምሽ ንብል ኔርና. እሞኸ ኣበይ ደኣ ኣሎ እቲ ፍቅሮም ዘዉረሱና ኣብይ'ከ ኣሎ ትሕድሮም ዘሰከሙና ,እንታይ ደኣ ኴይና ንፋስ ናብ ዝነፈሶ ንጋላበጥ ፡ንምንታይ ከ ነንሕድሕድና ንብኣስ. ንፍልልያትና ብፍቅሪ ኣብ ረብሓና ዘይነዉዕሎ " መስተዉዓሊ ዘብሎ ሓደ ሰብ ንሓሳባት ብጥበብ ምስ ዝቅልስ ጥራይ እዩ። ሓሳባት ማለት ከኣ መንገዲ ህወት ማለት እዩ ጽቡቅ እንተዘይ ሓሲብና ኣብ ሂወት፡ መንገድና ንስሕት ከማኡ ውን ተቀየምትን ፡ ህልኸኛታት ኢና ንኸዉን። ብስም ጀጋኑ ዝመጻ ናይ መዘከርታ ዕለት ብሓጎስ ክንነብዕ፡ ብኽብሪ ክንዝክር ፡ ባሓባር ከነብዕልን ኣለና። ንኽብሮም ማለት ካኣ ንኽብሪ ኤርትራ ማለት እዩ። ንሳን ባንዴራናን ዉን መንነት ህላዌና እየን። ኣብ ዓለም ዝነብር ዘይድምሰስ እንተሃልዩ ካኣ ታሪኽ እዩ። ስለዚ ታሪኽና ፈሊጥና፡ ብዘሐብን ንዓቅቦ ።እምበር ንምድምሳስ ዝግበር ዉዲት'ስ ኣይሃሉ። እቲ ዘሕዝን ከኣ ኣዲኣ ገዲፋ ሓትንኣ ትናፍቅ ዝዓይነቱ እዩ።ወላ ይኽፋኣና መጀመርያ ክንሰርዖ ዘለና ሃገርናን ህዝብናን እዩ። ምስ ክትህሉ ንዘይ ደሌካ ሓይልኻን ፡ ምስጢርካን ምሃብስ ኣይግድን። ንኣብነት ሓቂ ብምዝራብካ ሃገር ዝጉዳኣሉ እንተ'ድኣ ኮይኑ ' ክትብሎ ዝደለኻ 'ነጥቢ"፡ ከተቋርጾ.ሕልናኻ ክግድደካ ይግባእ እዩ። ስለምንታይ ሓላፍነታዉያን ክንከዉን ስለዘለና ። ክዓርብ ክትወግሕ ብህላዊኣ ዝነብሩን እንተዘይ'ሃልያ ንዝነዱን ህዝብና'ባ ንዘክር። ራህዋ ከተስታማቅር ጸገማት ጥራይ ኣይንደርድር ' ነቲ ዘይብጻሕ ዝመስል ብተስፋ ኣቅሪብና ፡ ነቲ ዘይርኤ ብእምነት ከምዝረኤ ንሕሰብ። ብትዕግስቲ ኸኣ ንሩሑቕ ንጠምት። ቁልጡፍ ለዉጢ ዘይረኸብና አልና ኣይነማርር። ብዘርባ ዘይኮነ ብስራሕ ብጻዕሪ እያ ሃገር ትምዕብል ። እቶም ንሃገር የሕሊፍኩም ዘይትህቡ ብፍቅራ ትነዱ ኣጆኹም ኤርትራ ንዘላኣለም ክትነብር እያ። እትምንታይ ሲ ዋግኣ ብደም ሰማእትነት ስለዝመጸት። ተበዲላ እምበር ኣይበደለትን ፡ስለዚ እግዚኣቢሄር ሰናይ ዓስቢ ሂቡ ብዘፍቅርዋ ደቃ ጊሩ ክሕልዋ እዩ። ሎሚ ተሰዲድና ኣለና ጽባሕ ንግሆ ግን 'ኤርትራ" ከም እስራኤላዉያን ደቃ መሊሳ "ምዕባሊኣ ኣርእያ ፡ናይ ካላኦት መዕቆቢት ፡ስደተኛታት ኣብነት ክትከዉን እያ። ናይ በረኸት ዓዲ እንጀራ ዝመልኣ ፡ ንሰባት ብፍቅሪ እተዕንግል ክትኮነልና እያ ።ሰማእታትና ኣብ ሰፍሮኦም ከም ቀደሞም ንዘላለም ዝኸብሩላ .ህዝብና ንሓድሕዶም ብዘይ ኣፋላላይ 9 ብሄራት ፍቅሮም ከሐድሱ እዮም ። ዓወትን ብልጽግናን ንህዝቢ ኤርትራ ይኹን ።🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❣️ መድሃኔ ዓንዳይ 22/5/2020
@merhawiaraya662
@merhawiaraya662 3 жыл бұрын
Mada hawey wedi eri hayet neberley hayale nekuhe mensey sesneley wuldey
@berihuhadish2729
@berihuhadish2729 2 жыл бұрын
ብስለት ዝመልኦ ውሽጥኻ ዝጉርጉር ሰናይ ሓሳብ ከንብብ ጸኒሐ ዓጊበሉ ካኣ///
@zerayhabtay6413
@zerayhabtay6413 4 жыл бұрын
Unqae Eritrawi konku always proud ro be Eeitrean🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪🙏🙏🙏🙏
@Seysey770
@Seysey770 4 жыл бұрын
ኣናብስ ሰራሕቲ ቅያ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣምላክ
@gobbosahil3803
@gobbosahil3803 4 жыл бұрын
Long live HIZBAWI Ginbar 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🐪🐪 🐪🐪🇪🇷🐪 🇪🇷🐪 🇪🇷🐪 🇪🇷🐪 🇪🇷
@bthnngus4406
@bthnngus4406 4 жыл бұрын
Ab go o sahil yetsdfka hlkus hasawi amselu.
@gobbosahil3803
@gobbosahil3803 4 жыл бұрын
@@bthnngus4406dear Mr. DIGITAL 🤪 The Game has been over.. for HYENAS like you.
@mebrahtuaregay3520
@mebrahtuaregay3520 Жыл бұрын
ናይብሓቂ ሳሕል ኣናብስን ዋዕረታት ወሊዳ መድሕ ሃገር ወሎዶ ሱሳታት ክብረት ይሃበልና።
@berhanegoitom1397
@berhanegoitom1397 4 жыл бұрын
"ታሪኽ ናይ ህዝባዊ ግንባር ክትጽይቆ ምፍታን ታሪኽ ህዝቢ ኤርትራ ምጽዋት ማለት ኢዩ"
@sanaytredae1406
@sanaytredae1406 4 жыл бұрын
👍💐🇪🇷🌿🐪🔥💐🇪🇷🐅🐅🌿💞💞🐪🔥💐🇪🇷🐪🐪🔥🔥🔥🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💐🔥💐🇪🇷🐪🐪💐🇪🇷🇪🇷💐🇪🇷
@HAREGU1
@HAREGU1 4 жыл бұрын
መን ከም ደቂ ኤረይ ጀጋኑ ❤️🇪🇷❤️🇪🇷 ዓወት ንሓፋሽ 🇪🇷🇪🇷🌹🇪🇷🇪🇷🌹🇪🇷🌹
@tewerwarbahlna869
@tewerwarbahlna869 4 жыл бұрын
Kulukum jeganuna may good bless u, well explanation thank u.
@muluebrhantarekelegese4941
@muluebrhantarekelegese4941 4 жыл бұрын
ክብሪ ንጀጋኑና ክብሪ ንህዝቢ ኤርትራ ፡ ዓወት ንሓፋሽ !!!
@amann.9769
@amann.9769 4 жыл бұрын
Our hero’s long life 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@hanitekeste-oh2wb
@hanitekeste-oh2wb 6 ай бұрын
Proud to be eritrean ❤❤❤❤❤❤❤
@22danielzula
@22danielzula 4 жыл бұрын
Bravo brawa brothers and sisters thanks for all efforts thanks alot EPLF warsay all together
@yonashayle4655
@yonashayle4655 4 жыл бұрын
ህዝባዊ ግንባር ተመሻኪኑ ዘይሓድር ፍሉይ ሓይሊ እዩ መን እሞ ከማኩም ክብርን ሞጎስን ንሰማእታትና ርሑስ ቅንያት ናጽነትና ኣብ ዘዘለናዮ ንምክት ንስጉም ኣብ ዝብል ጭርሖና ዓወት ንሓፋሽ ዘለኣለማዊ ዝክሪ ንሰማእታትና
@mussieghebrekal3876
@mussieghebrekal3876 4 жыл бұрын
Proud to be Eritrean ♥️🇪🇷♥️
@yonaswerede6932
@yonaswerede6932 4 жыл бұрын
ዓወት ንሓፋሽ🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪
@samrawitisak4324
@samrawitisak4324 4 жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@biniamweldemichaelb9384
@biniamweldemichaelb9384 3 жыл бұрын
I am proud of you Ling live Eritrean ❤ 💙 forever ❤ Eritrean people And the government 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@margarettesfamichael5930
@margarettesfamichael5930 4 жыл бұрын
happy independence wedi jegna Genber have long life for Eriy kebrn Mogosn Nswatien Awet Nihafash!!!!🎉🎇🐯🎆🐯🎇🐯🎉🐯🎊🐯🎇🐯🎉🐯🎆🐯🎊🐯🎇🐯🎇🐯🎉🐯🎊🐯🎆🐯🎇
@haftegaandit3975
@haftegaandit3975 4 жыл бұрын
ነዚ አንዳ ፈለጡ ታሪክ ህዝባዊ ግንባር ከቅስሺሹ ዲውዕሉ ደለዉ መን ምኻኖም ኪፍለጡ ይግባአ ኤርትራዊን ብታሪክ ኣቦታትና ሑቡናት ኢና ርሑስ በዓል ናጺነት ይግበረልና
@yonasmihrteab9685
@yonasmihrteab9685 4 жыл бұрын
Zelalemawi zekri neswatna awet nehafash
@harshumamender8349
@harshumamender8349 4 жыл бұрын
Hizbawi ginbar ab era ero yom zelewu eziom jeganu telimom jeganu kikhonu zidelyu eyom
@samierigold6199
@samierigold6199 4 жыл бұрын
ካብ ዓለም ምሉእ ልዕሊ ህዝባዊ ግንባር ታሪኽ ዝሰርሐ የለን
@bthnngus4406
@bthnngus4406 4 жыл бұрын
Yes kemhzbawi ginbar Chekan Siriat ab alem yelen.
@alem2627
@alem2627 4 жыл бұрын
@BH Hagos , ዕጉም ወዲዞም ሃደምቲ! ብእምኒ ዝስጎጉ ኣቦታትካ:: ፎእእእእእ
@eritrealove6864
@eritrealove6864 4 жыл бұрын
ትክክል 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@wedizawlaythailemichael8106
@wedizawlaythailemichael8106 4 жыл бұрын
Ayewe nezi tarik ezi kitsiaf alewo ni weledotat kikeyd
@wedizawlaythailemichael8106
@wedizawlaythailemichael8106 4 жыл бұрын
BH Hagos aytirebhn eika nay jeganu abotatkan adetatkan yehwatkan ahatkan tarik tsin eilka semeka tarik tisnd zeyle ajewjeb tbl aleka Eritrea entekonka melet eye
@teklit3568
@teklit3568 4 жыл бұрын
ክብርን ሞጎስን ነቶም ዝሓለፉን፡ ነቶም ክሳብ ሎሚ ምእንቲ ሃገር ደው ኢሎም ዘለዉን ዓወት ንሓፋሽ።
@gobbosahil3803
@gobbosahil3803 4 жыл бұрын
Sewra Zitekhelun Zedeldelun 🐪 KUBURAT GEDAIM TEGADELTI 🐪🇪🇷 Hizbawi Ginbar / my grandma & Friends use to called them 🇪🇷 DekiNa 🇪🇷 meaning our Sons (kids) today's Generals Ministers & PIA himself YOHONA 🐪 happy Ed-alfatar DEKI EREY 🇪🇷
@fisehayegeorgis271
@fisehayegeorgis271 2 ай бұрын
Diligence, wisedom and courage is full.
@michaelhabte4789
@michaelhabte4789 4 жыл бұрын
Happy 29th independens day
@user-pb5fq2dp6k
@user-pb5fq2dp6k 4 жыл бұрын
ane hubun eye ertrawi muknaye 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪
@user-mf1bh8oy8n
@user-mf1bh8oy8n 3 ай бұрын
Am proud to be Eritrean red sea lions HZBawi Gnbarey Este Gomera
@matiwosmedhanie7160
@matiwosmedhanie7160 4 жыл бұрын
merhaba deki Eri jeganu
@user-qy4od9fs4u
@user-qy4od9fs4u 4 жыл бұрын
ጀጋኑ ህዝብቅዊ ግምባር ዮሃና ይካኣሎ ዋርሳይ
@stigheghebreyesus
@stigheghebreyesus 4 жыл бұрын
መርሓባ መርሓባ መርሓባ
@messeethadgu956
@messeethadgu956 4 жыл бұрын
Awihdkayo ezi merhaba lehasi
@elk5824
@elk5824 4 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ጀጋኑ የሕዋተይ ኣጽኒዖም ዘጽንዑ ደቂ እቲ ቅድስቲ ሜሬት ቅዱስ ህዝቢ እንቓዕ ኣብ ብርሃነ ናጽነት መበል ዕስራን 29 ዓመት ኣብጻሓኩም ኣብጻሓናን ንመላእ ህዝብን መንግስትን ኤርትራ ዮውሃና ዮውሃና ዮውሃና! ክብርን ምስጋናን ንእግዚአቢሔር ይኹን ነዚ ኩሉ ተጻብኦታት ክንሰግርን ክንጸንዕን ክነብርን ስለ ዝገበርና ነመስግኖ፡ ዘላኣለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታትና ፍቅርን ሰላምን ሓድነትን ዕበትን ንህዝብን መንግስትን ኤርትራ መምህር ናይ ኣፍርቓውያን ድቂ ሓላል መረት ንበሩ ንበሩ ኣይኒ ኣባይኩም ይደፈን
@bthnngus4406
@bthnngus4406 4 жыл бұрын
Hasawi kidsti wal rksti ata rkus hasawi. KIDSTI TETKEWIN GUDGAUD DEKA AYMKONETIN. FRKI HZBO ERITREA AB ISRIBETIN SIDETIN KELO KIDSTO TIBL . RKUS WEDI RKUS KEMAKA TERIFKUM.
@lemlemhaile6321
@lemlemhaile6321 4 жыл бұрын
These is w what you call history!
@bataleabrham2671
@bataleabrham2671 3 жыл бұрын
ስላም መን መን ከምህዝባዊ ግንባር አብ ዓለም 🙏🇪🇷🙏
@luciaiyasu3342
@luciaiyasu3342 2 жыл бұрын
Eritrea first 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 💪💪🐪🐪
@michaelzeregaber1666
@michaelzeregaber1666 4 жыл бұрын
Abel Tekle you right veva 🇪🇷
@lilimehari1751
@lilimehari1751 4 жыл бұрын
🙏🇪🇷❤👏🥳✊
@EH-fi3bo
@EH-fi3bo 4 жыл бұрын
ዘይ ድገም ታሪኽ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@dahlak8721
@dahlak8721 4 жыл бұрын
our history
@teklesesenbettadese3987
@teklesesenbettadese3987 4 жыл бұрын
ታሪኽኩም ኣብ ልቢ ነብሲ ዎኮፍ ኤርትራዊ ዉቁጥ ዩ።
@abkwnnetemen6341
@abkwnnetemen6341 4 жыл бұрын
Sala tegadalay hzbawi gnbar hayal hzbi Eritrea natenet hiyaw koynu. Youhana 29 malti natnetna. Nezi zetewahatela jujmajuz ka Gena tiger Ala.
@dsolomon7150
@dsolomon7150 4 жыл бұрын
Happy 29th Independence Day congratulations 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷long live EPLF. Thank you!
@lwillhappymylifesoon8830
@lwillhappymylifesoon8830 4 жыл бұрын
Happy independence day all Eritrean people zelealemawi zkirn kibrn ni semaetatna
@maitemenai7307
@maitemenai7307 4 жыл бұрын
ታሪኽ ጀጋኑ አርትራውያን ኣብ 0ለም መዋደድርቲ ዘይብሉ።ዘለኣለማዊ ክብሪ ንሰማአታትና።
@habtomberhe4167
@habtomberhe4167 4 жыл бұрын
Ayni abaykum ydefen anabs Nakfa. Hzbawi gnbar ewe n dergi enda ketkete kab massawa, asmara tebegisu ms tankitatu Adis Abeba ziatewe. Awet Nhafash god bless you.
@samueltadesse1857
@samueltadesse1857 3 жыл бұрын
I am so proud to listen like this story
@michealhaderaadam5417
@michealhaderaadam5417 4 жыл бұрын
ጀጋኑ ኣቦታትና ህዝባዊ ግንባር ዕድመ ይሃብኩም ።
@sanaytredae1406
@sanaytredae1406 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen zhaweyi 🐅💞🐪🔥🇪🇷🌷🌿🇪🇷🔥💐🇪🇷🔥💐🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐅🇪🇷🔥💐💞💞🐪🐪🐪🇪🇷🔥💐🐪🔥💐🇪🇷
@michealhaderaadam5417
@michealhaderaadam5417 4 жыл бұрын
@@sanaytredae1406 ኣሜን(3) ሓፍተይ ናተይ
@goalgoal3505
@goalgoal3505 3 жыл бұрын
Men ke hzbawi gmbar 🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷
@danielhadgu
@danielhadgu 4 жыл бұрын
ድል ለሰፊው የኤርትራ ህዝብ ። ሞት ለወያነ ትግራይ ።
@yonatantsegai5955
@yonatantsegai5955 4 жыл бұрын
Hzbawi gnbar entezey fter niru hzbi Ertra kem Flistim emni enda serve a mneberna Awt N’Hafash edl aleni gnbar aleni wedi hzbawi gnbar zgebereni warsay gedim 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 hzbawi gnbar mdhn Ertra yu 4 Netbi
@harshumamender8349
@harshumamender8349 4 жыл бұрын
Kkkkkkkk kabana eko filistem yihishu filistem ab adom yom zelewu nihna khe fahfah elna tefiena denqoro
@bataleabrham2671
@bataleabrham2671 3 жыл бұрын
ስላም አምላክ ስላምን ቅሳነትን ይሐብኩምትህጉሱሎ ዘመን ይሃብኩም ።
@goitomkahsu1979
@goitomkahsu1979 4 жыл бұрын
Kemakum tarik zserhe yelen Ruhus bal naxnet 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪
@yoditsahle2138
@yoditsahle2138 4 жыл бұрын
ሰላም ሰላም ደቂ ኤረይ ጀጋኑ ሰብአይ ሰበይቲ አቢ ንእሽተይ ጏል ወዲ ዝተምሐረ ዘይተምሐረ ኩሉ ህዝቢ ኤርትራ ደጀን አዱ ብምዃኑ አብ አወት በጺሑ ህጆዉን ከም ኤርትራዊ ጀግና አብ ዝኾነ ይሑን ሐገር የለን ተጋዳላይ ህዝባዊ ግንባር ክነብር ከይበለ ንኽነብር መስዋዕቲ ዝሆነልና ጅግናዩ አብ ነፍስ ወከፍ ኤርትራዊ ልብና አቢ ቦታ ድማ አለዎም ።ካልዕ ጽቡቅ መደብዩ ታሪኽ ህዝባዊ ግንባር ምቅራብኩም አዚዪ ዘኸብን ቀጽልዎ መደብ ጀጋኑ ተባሒሉ ይቀጽል ተነጊሩ ዘይዉዳዕ ታሪኽ ስለዝሆነ። ኽብሪን ሞገስን ንስዉአትና ሰላምን አወትን ፍቅርን ንህዝቢ ኤርትራ
@tiegstiweldu1139
@tiegstiweldu1139 4 жыл бұрын
ተባረኩለይ ኣያታተይ አናብስ ዓለም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣምላኽ
@eribless4931
@eribless4931 4 жыл бұрын
ጅግና ብርጋዴር ተኽለ ልብሱ ( ወዲ ልብሱ ) ዓወት ንሓፋሽ !
@Fishaletesfa-kw1ci
@Fishaletesfa-kw1ci 5 ай бұрын
Proud to be your sons.
@meda7695
@meda7695 3 жыл бұрын
ዝገርም እእዪ ማይ ዝሑል እንዳሰተካ ን ህዝባዊ ግምባር ክትዛረበሉ ኣይኮነን ክተልእሎ ኣይግብኣኣካን ዪ:: ቃል ናይ ጀጋኑ ቃል:: እምባ ኣነስ ቃላት ከማን ሲኢነልኩም::: 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍🙏❤️.
@brhanehaile4275
@brhanehaile4275 4 жыл бұрын
ናይ ባሓቂ ዘሓለፍ ታረክ መዋዳደረተ ይበሉን
@frezghikidane7357
@frezghikidane7357 4 жыл бұрын
ጀጋኑ ኣቦታት ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን
@zeratsiontesfayweldemichae8094
@zeratsiontesfayweldemichae8094 4 жыл бұрын
EreZeybelà.mearkestemakr Ayklneu.hzbibekun nbretu.nhzbawi gbar.hibwo heyalkalsi anxiety.mexieyuAlemnweyanen korakuromSeruAlashAblwom
@SR-gh5rj
@SR-gh5rj 2 ай бұрын
Yes EPLF live For Ever❤❤❤
@alextom6372
@alextom6372 4 жыл бұрын
EPLF an amazing organization that made history.
@ablelabraham8066
@ablelabraham8066 4 жыл бұрын
Jeganu abotatna 🇪🇷🇪🇷
@gma6633
@gma6633 4 жыл бұрын
Really... our heros are in prison.
@sanaytredae1406
@sanaytredae1406 4 жыл бұрын
🐪👍🔥🇪🇷💐🔥🇪🇷🐪🔥💐🇪🇷💞🔥🐪🔥🇪🇷💐🇪🇷💐🐪💞💞🇪🇷🇪🇷🇪🇷💐🔥🇪🇷🔥💐🇪🇷💐🔥🇪🇷💐
@yafetyafu7551
@yafetyafu7551 3 жыл бұрын
ህዝባዊ ግንባር ፈታዊ ሓቂ ቅንዕና ዓወት ዝልማድካ
@mewealasrat9121
@mewealasrat9121 4 жыл бұрын
Wwww jeganu deki hager nsukm men kemakum jeganu
@stigheghebreyesus
@stigheghebreyesus 4 жыл бұрын
መዋኣሎም ምስተሓገዙ
@fessahayetukue697
@fessahayetukue697 4 жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷 , Jeganu 💚
@tekletsegay551
@tekletsegay551 3 жыл бұрын
Nay behaki duldul Dejen & duldul hadineten zelowo hizbi Erey.
@user-of7zs8ln6g
@user-of7zs8ln6g Жыл бұрын
Bkemzi keaye wetru hagery zbel ❤❤
@eritrea6227
@eritrea6227 4 жыл бұрын
🙏💕💕💕🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪
@dana.j9062
@dana.j9062 2 ай бұрын
ዘለኣለማዊ ክብርን ዘለኣለማዊ ምስጋናን ንኹሎም ሰማእታትናን ጀጋኑናን ንኹሉ መስዋእቶምን ጽንዓትን ንልዕሊ ሰለስተ ዓሰርተታት ዓመታት ንኹላትና ኤርትራውያን ናጽነትናን መንነትናን ክህቡና ዝገበርዎ ቃልሲ!! ንዝገበርዎ፡ኹሉ ድማ ንዘልኣለም ዕዳኦም ኣለና!! 💫🙏🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🙏💫
@misginatsegay9710
@misginatsegay9710 4 жыл бұрын
Long live our heroes 🇪🇷🐪🌹✌🌹💙🇪🇷✌🌹💙🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@senaithaile8584
@senaithaile8584 4 ай бұрын
ጀጋኑ ህግ ❤❤❤❤❤
@mhreteabmhrea6409
@mhreteabmhrea6409 4 жыл бұрын
wedi lubsu ab lbey seferka ......ab lbey seferka..🌟🌟🌟🌟🌟
@filmongoytom6183
@filmongoytom6183 4 жыл бұрын
Serehti qira kemakum kisab hiji Aytefeterennnn🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@habtommehari8138
@habtommehari8138 4 жыл бұрын
🇪🇷❤💯🇪🇷❤💯🇪🇷
@yorsaliembeyene270
@yorsaliembeyene270 3 жыл бұрын
Hakika arkantena alemat khdenana zeythlelu belht tebat hwetkum nsentkum awfkum nhzebkum nhgrkum nzemikum ntemtkum nganza sekakum nybran nlulntkum abalem afltkumna sala mswtkum sala kalskum nalemat zedeneke iarkum abhzebkum nwlud weldo bwerki kelem kizhaf iyu amelakina kemhuza bhri ybzhkum kemkokob ydmkum nzelalem abalem amelkina ybarek amen 🕊⛪️🕌🙏🤲🕊🤝✍️🇪🇷❤
@habenabrha4995
@habenabrha4995 4 жыл бұрын
Seyyyy newih edmen teanann yhabkum 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷jeganu rhus beal natsnet ygberelna ketslwo tarik tezarebulu ndelyo alona
@rigatgirmay2958
@rigatgirmay2958 4 жыл бұрын
ዓለምና ካብ ዘፍረየቶም ጀጋኑ!!ሕቡናት ብኣኩም ርሑስ መበል 29በዓል ናጽነት ኤርትራ
@semerefehatsion133
@semerefehatsion133 Жыл бұрын
Er tv I hope you're well all eritrean thanki nay abotatna medeb ketemxu keleum des ybleka tarika mflat xbuk emo kexlwo
@debishgrimay683
@debishgrimay683 4 жыл бұрын
happy 29th indepandnes
@Tsegai1991
@Tsegai1991 4 жыл бұрын
ዮሃና ክቡራት ጀጋኑና ህ ግ ፍ ዮሃና ህዝበይበን መንግስተይን ዮሃና ዋርሳይ ውሉድ ህ ግ ፍ እንቁዕ ኣብ መበል 29 ብርሃን ኣብጽሓና
ERi-TV Documentary: ዛዛሚ ኩናት - 1ይ ክፋል
34:59
Eri-TV, Eritrea (Official)
Рет қаралды 50 М.
MEGA BOXES ARE BACK!!!
08:53
Brawl Stars
Рет қаралды 36 МЛН
ROCK PAPER SCISSOR! (55 MLN SUBS!) feat @PANDAGIRLOFFICIAL #shorts
00:31
🤔Какой Орган самый длинный ? #shorts
00:42
LOVE LETTER - POPPY PLAYTIME CHAPTER 3 | GH'S ANIMATION
00:15
ERi-TV Documentary: እቲ ዓቢ ዛንታ - 1ይ ክፋል - The Larger Story - Part 1
49:20
እቶም ክልተ ጎባልል - ERi-TV
48:54
Eri-TV, Eritrea (Official)
Рет қаралды 173 М.
КАК ВЫЖИТЬ В АВИАКАТАСТРОФЕ✈️
0:25
MEXANIK_CHANNEL
Рет қаралды 3,5 МЛН
🤣МАЛО КУПИТЬ ЛОШАДЬ
0:18
Бутылочка
Рет қаралды 3,5 МЛН