ERISAT:ክልተ ዓመት ብዘይ ገበን ብትእዛዝ ናይ ኢሰያስ ትኣሲረ ድሕሪ ምፍተሐይ፡ ኣብ ሓምሻይ ምዓልተይ ናይ ሚንስተር ማዕረግ ሂቡኒ። ተጋ. ኣሕመድ ቀይሲ

  Рет қаралды 98,045

ERISAT

ERISAT

3 жыл бұрын

ኤሪሳት ካብ ጥቅምቲ 2018 ጀሚራ፡ ናብ ውሽጢ ኤርትራ፡ ማእከላይ ምብራቕን ምብራቕ ኣፍሪቃን ኣብ መዓልቲ 24 ሰዓታት፡ ሰሙን ምሉእ፡ ብሳተላይት መደባት ቴለቪዥን ትፍኑ። ክሳዕ ሎሚ ብኣርባዕተ ቛንቋታት እትፍኑ ዘላ ኤሪሳት፡ ዓቕሚ እናወሰኸት ብኹሉ ኤርትራዊ ልሳናት መደባታ ክትፍኑ እያ። ኤሪሳት፡ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ሃገራዊ ጉዳያቱ ዘገድሶ ሓቂ ንኽድህስስ፡ ኩነታት ሎሚ ንኽርዳእ፡ ንጽባሕ ሰላም ከምጽእ ዘተ ኽካይደላ ዝቘመት ሃገራዊት መስመር ቴለቪዥን እያ። ኤሪሳት፡ ኣብ ሓንቲ ልኡላዊት ኤርትራ፡ ምእንቲ መላእ ህዝቢ ኤርትራ፡ ንናይ ሓባር መጻኢ፡ ብናይ ሓባር ራኢ፡ ኣብ ፍቓድ ዜጋታት ተሰሪቱ ኣብ ዝትከል ደሞክራሲ ትኣምን።
ራኢኹም ከም ራኢና እንተዀይኑ፡ ንስራሕና ውን ክትድግፍዎ ምስእትደልዩ፡ ኣብዚ ዝስዕብ መተሓሓዚ ጠዊቕኩም ተዓወቱ፥
erisat.org
paypal.me/erisat
ERISAT is a diaspora based independent Eritrean satellite television channel which is run by exiled journalists and activists. ERISAT broadcasts 24 hours of programming every day of the week on issues that raise the most repressed issues in Eritrea in the last 20 years. Our aim is to promote a national discussion based on learning from our recent past, being well-informed abut today and setting the agenda for tomorrow’s peace. We strive for a common national destiny towards a free and democratic Eritrea.
ERISAT Agat addal tan ni Ummatta Baadal geyneh nan currik yan woyti affaf geyaana gidah ERISAT Sittlite gitak baxsale Rasi agatinaaneh afaiteh Ayrol 24 saaqat Programat tatrusam abbinosseh tan, Ta taama bisoh intuh maali cato ERISAT TV abaamih fayxi le toboko kee maqanxiixik ahak gubal siinih yambule gitak nee eleltaanam duude liton.
ኤሪሳት ኣርባ መተሉትሪ 2018ትልድ ተርስረ፡ ኤርትራ ኮሪል፡ ነበካ ብርክስጛዲ ብርክስጛ ኣፍሪቂዂዲትል ግርግል 24 ሰዓት፡ ኡናር ተማም፡ ሳተላይት ሳብድ ስታት ቴለቭዥኑ ጠለቐቲ። ንኪ ኣኽራሲክ ሰጃ ጋብድ ጠለቕረሪ ኤሪሳት፡ንር ግርስሲ ለገድሩ ኤርትራ ጋብ ናትክድ ስታት ጠለቕቶ ግን። ኤርሳት፡ ኤርትሪ-ከው ፡ ና በለዲር ጋራትድ ሓሰርደውሎም እምን በሓስትሮ፡ ኣዋይን ሁመቱ ፈሃምስስትቶ፡ ኣመሪር ደባን እንትሮ ፍዲ-ጉዲር ኮዳ ወሸቕድቶ ተወብስረሪ በለዲር ቴለቭዥን ሳብ ግን። ኤሪሳት ፡ ላሪ መጆባ ኣኽረሪ ኤርትራ፡ ናውክ ኤርትሪ-ከዋ መታን፡ ላትሩዂ ኣመሪዲ፡ ላትሩዂ መኸላዲ፡ ኪን በለዲ-ቁሩዂል ትንክብሶ ተከልሳዂ ዲሞክራሲትል እምነቲ።
እንታ መኸላ ይና መኸሊሰና ኣከን፡ ይና ክድመትስኽር ካቢትኖ ጀረብደነን፡ እና ተለያዂ ክታርሊ ሰጐጥነድ ሰርገላ።
Click here to donate -- erisat.org
paypal.me/erisat
لتأكيد حق شعبنا في الداخل في الحصول على المعلومات التي يريدها، تعمل قناة (إري سات) على بث برامجها داخل البلاد وخارجها على مدار الساعة.
استمراريتها بحاجة إلى تضافر جهود الجميع؛ سيما توفير الدعم المادي. على الراغبين في دعم قناة (إري سات) الفضائية المستقلة ماديا، يمكنكم استخدام الخيارات التالية:
erisat.org : الخيار الأول:
paypal.me/erisat : الخيار الثاني
#ERITREA #Eritreanpolitics #Eastafrica #ERISAT#Unity#News#news#Eritreannews#ERITREANNEWS#afar#afer#qafar#eritreanmovie#tigrignyamovie#tigrignyafilm#eritreanfilm#eritreanmusic#tigrignyamusic#eritreansong
#eritreanmusic​ #tigrignamusic​
#eritreanmusic​ #tigrignamusic​
#NewEritreanMusic2020#NewEritreanMusic20201​ #Eritreanmusic​ #Eritreansong​ #Eritreannewsong​ #NewEritreansong​ #MusicofEritrean​ #MusicofTgirigna​#EritreanBest ​ #NewEritreanSongs​ #NewEritreanMusic​ #BestEritrean​ #Eritreannewmusic​ #Tigirignamusic​ #Eritreanbestmusic​ #Eritriantigirgna​ #tigirigna#besttigrignamusic​ ​ #EritreanMusic2020​ #Tigrignamusic2020​ ​ #Eritreanderf​ #EritreanDrama​ #EritreanMovie​ #Eritreanfilm​ #Eritreannewmovies​ #EritreanDramas​ #Eritrean2020bestdrama​ #Eritreanbestfilms​ #Eritreanbestfilm​ #Eritreandrama2020#Eritreandrama2021​ #BestEritreandrama​ #EritreanBestdrama2020#EritreanBestdrama2021​ #ERISAT#eritreanprisoners#eritreanesurat#إري سات#Eritrean_music #tigrgna_music #hyesa_music

Пікірлер: 302
@luliabest786
@luliabest786 3 жыл бұрын
ኣሕመድ ቀይሲ ጅግና ወዲ ጀጋኑ እንታይ እሞ እዚ ክርዳድ ወዲ መድህን በራድ ተጻዊቱልና እባ።
@ababarnabasghebraykahsay3140
@ababarnabasghebraykahsay3140 3 жыл бұрын
የቐንየልና ተጋዳላይ መሓመድ ቅይሲ ፤ ኩሉ ኣውጺእካዮ ። ብዘኃት ብጾትካ ዝነበሩ ሓቢኦምዋ እዮም ዝቕበሩ። ዋላ ኣብ ወጻኢ እንዳተቐመጡ ራዕዲ ኣለዎም ።
@joehatu7130
@joehatu7130 3 жыл бұрын
Amazingly democratic thinker & One of the legends I would love to admire..!!!! May God give you a long life!!🌹🌹🌹
@giorgiofasiledus2533
@giorgiofasiledus2533 3 жыл бұрын
What a great man, I heard all his interviews and they are all consistent. His honesty has such a penetrating power. It is so difficult to understand such highly intelligent people like him have allowed one man (the brutal dictator) to have such a concentration of power for too long to the point of strangling our dear nation by liquidating a huge number of brilliant people and generations of Eritreans. The more we listen to People like our beloved keysi, the more painful out history gets. I hope all this will be written/registered so that next generation can learn and can have a better Eritrea.
@user-tu9im5pm4l
@user-tu9im5pm4l 3 жыл бұрын
የቀንየልና ኣያና ኣሕመድ ቀይሲ!።
@yordanosabraham1829
@yordanosabraham1829 3 жыл бұрын
ብጣዕሚ ቅኑዕ ጅግና ተጋዳላይ ከምዚ ዓይነት ሓቂ ታሪክ እዩ ዘድልየና ካብ ሕሉፍ ኣቦታትና ተማሂርና እንታይ ክንገብር ይሕግዘና እሞ ኣቦና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እግዝኣብሄር ብቕንዕና ዝጻዓርኩምሉ ፍረ የርእይኹም ነዊሕ ዕድመ ንምነ🙏
@abelkibrom2035
@abelkibrom2035 3 жыл бұрын
ጀጋኑና ክነኽብር ኣሎና! ከምዚኦም ዝበሉ ጀጋኑ ኩሉ ግዜ ክመጹ ለዎም ናብዚ ሜድያ መታን ክንማሃር: ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ ክቡር ጅግና ኣሕመድ ቀይሲ!
@natutedros8735
@natutedros8735 3 жыл бұрын
እንታይ ከተኽብሮም ዋንነት ናይ ሓደ ጋኒን ኔሮምዲ ከነኽብሮም ባራዩ ዩም
@abelkibrom2035
@abelkibrom2035 3 жыл бұрын
@@natutedros8735 እንታይ ይምልከተካ ጉዳይካ ግበር እዚ ንኤርትራውያን ጥራሕ ዝምልከት እዩ:: መረዳእኩኻ ኔረ ምስ ከምዚ ከማኻ ግዜ ምጥፋእ ግን ናይ ከንቱነት ከንቱ እዩ::
@mand6515
@mand6515 2 жыл бұрын
@@natutedros8735 ata resi aleka duo niseka ney essays gasea endeika neyrika entay tareik aleka ney bera ney sekram 🍺
@natutedros8735
@natutedros8735 2 жыл бұрын
@@abelkibrom2035 ክክክክ እንታይ ማለት ዩ ኤርትራውነት እቲ ዝሓሰረ ዜግነት ኣብ ዓለም ዩ ከምዛ ኢትዮጵያ ፈሪሳ ዘላ እታ ብ 9 ዝኣረገ ክዳን ጥልያን ዝሸቐጥዋ ኤርትራ ትብሃል ሃገር ውን ምፍራሳ ዘይተርፍ ዩ Game over
@mandelaman776
@mandelaman776 Жыл бұрын
@@natutedros8735 ata frus 🐣🦀
@sint6220
@sint6220 3 жыл бұрын
ኣሕመድ ቀይሲ ጅግና ቅኑዕ ሓቀኛ ሰብ ጽቡቕ መብርሂ ሂብካ፡ ሮማዳን መሓመድኑር እቲ ዝሓመቐን ፈራሕን ሰብን ኢዩ፡ ብሰንኩ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ተጨውዩ፡ ኢሳይያስ ተጻዊትሉ ስልጣኑ ኣሕሊፉ ሂብዎ ስማዊ ዋና ጻሓፊ ኢዩ ኔሩ።
@user-pm3fb9er7l
@user-pm3fb9er7l 3 жыл бұрын
ብሰንኪ ሮሞዳን እዪ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ተጨውዪ ' እዚ ኩሎም ዝነቅፍዎ እዮም ብፍላይ ጉ 15 ኣብ ጋዜጣታት ን ሮሞዳን ይነቅፍዎ እዮም ትብዓት ዘይብሉ እዪ ይብልዎ ምበር ፕረዚደንት ክኸውን ንእሽተይ ትብዓት እያ ተድልዮ ነይራ
@suleimanyassin5545
@suleimanyassin5545 3 жыл бұрын
ብርግጽ ሮሞዳን ሕማቅን ፈራሕን ክኸውን ይኽእል ግን ብሰንኩ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ተጨውዩ ኢሰያስ ተጻዊትሉ ዝብል ብፍጹም ነቲ ሐቀኛ ኩውንነት ዘይግምግምን ሚዛን ዘይብሉ ገምጋምዩ።ኩላ ኣብቲ እዋን ንእሰያስ ከም መራሒ ጥራይ ዘይኮነ ክትኮኦ ዝኽእል ፉጡር ከምዘየለ ዝኣምን ዝነበረ ።ኩሎም ክሳብ ጉ15 ክሳብ እታ ዝተቃወሙሉ ኮራኩር ኢሰያስ እና ተጸፈዑ ዝመጽኦ እስየስ እንተደልዪ ስልጣን ይህቦም እንተደልዮ የደስክሎም ።ኩላ ሓቅነት እንተዝህሉ ኣብ ካልኣይ ውድባዊ ጉባኤ ዋና ጸሓፊ ብዘይ ምኽትል ዝብል ሓሳብን ውሳነን ክውሰን ኮሎ ንሮመዳን ረሳዓዮሞ እንታይደኣ ኮይና እዛ ኩላ መርሕነትን ካድራትን እቲ ታሪኽ ካልእዩ ፣
@gherieg.1091
@gherieg.1091 3 жыл бұрын
@@suleimanyassin5545 እና ተጸፍዑ ዲኻ ዝበልካ'ታ ?!! ብቐልብኻ ዲኻ ? እዚ ኣሕመድ ቀይሲ ውን ይጽፋዕ ኔሩ ? ዶ'ስ ዋላኣኣኣ ... 🤔 ... እ ?
@bereketweldu2870
@bereketweldu2870 2 жыл бұрын
ጽሉል ኢኻ ማለት ኢዩ። ንማለቱ ሮሞዳን ስልጣን ዓቕምን ሃልይዎ ይፈልጥ ድዩ?
@gherieg.1091
@gherieg.1091 2 жыл бұрын
@@user-pm3fb9er7l እቲ ሓቂ ዝመስለኒ አነ: ንሮሞዳን አብ ስልጣን ዘቐመጡዎ ወይ ዝተባህሎ ክገብር ስምምዕ ኔሩዎ ምስኣቶም : ወይ ድማ በዓል ኢሳያስ/ስብሓት ድፍረት ከምዝይብሉ ገሚቶሞ እዮም:: ፊኒሕኒሕ እንተዝብል ድማ ... ርግጸኛ እየ ከመይ ጌሮም ከምዝቕንጽሉዎ ጽጹይ መደብ ኔሩዎም !! ስለዚ ናይ በዓል ስብሓት ጉርሒን ተንኮልን ብቕዓት እዩ ወሳኒ እምበር: ናይ አቶ ራማዳን ጸገም ኣይኮነን:: ራማዳን: ሓይልን ምኽሪን ተሓባበርትን ክንዲ ጭላፍ በዓል ስብሓት ዝኣክል ኣይነበሮን !! ዋና መጣፋፋእቲስ: ስብሓትን ኢሳያስን: ምስ መሰላቶም ስዉራት መማሳጥርቶምን እዮም !! እቲ ስትራክቸሮም ዝፈልጦ ብዙሕ ሰብ የለን ... ... ከም ገለ ክፈልጦ ዝኸኣለ ድማ ጠዋሊ ኣብ ሓደጋ እዩ ዘሎ: ምሉእ ብምሉእ እንተዘይሰሊሙ ናብኦም !! ንሕሰያ የብሎምን !! ሰብ ከም ሃመማ እዩ ነዓኣቶም !! ንርእሶም ከም መድሓኒ ዓለም እዮም ዝርኢዋ !! እቲ ጸረ ክርስቶስ ዝበሃል አብ ትንቢት ዘሎ ምንቅስቓዝ ናይ መወዳእታ ዓለም እዮም እዚኦም ... ክርስቶስ ጥራሕ እዩ ክስዕሮም ኣብ ቀረባ ጊዜ ምስተመልሰ:: ኣብኡ ጸግዒ ግበር ... ዋላ ኩሉ ካልእ ትገብሮ እንዳገበርካ !! ተባረኽ ምስ ኩሎም ናትካ ✝️💙🙂
@salamsalam-sc4ql
@salamsalam-sc4ql 3 жыл бұрын
ተጋደልትናን መማህራና ኢዮም ስዋኣትና ዘልኣለም ህያውት እዮም
@samisasinos6679
@samisasinos6679 3 жыл бұрын
ካብ ዘ ሕጂ እንታይ ተማሂርካ ኤሰያስ ንጉስናዩ ብዘይ ፍቃድ ኣሲርኒ ኢልካ
@robb2549
@robb2549 3 жыл бұрын
ብሓቂ ደስ ዝብል ታሪኽ 👍👍👍
@weldabarafayne3668
@weldabarafayne3668 3 жыл бұрын
ከምዚ ዝበለ ሓቂ ኣታናትና ኣይተራኣየን ኣድኒቀካ ቀኑዕ ሰብ።
@meronsat7665
@meronsat7665 3 жыл бұрын
ሚልዮን ግዜ ክስማዕ ዘለዎ ጅግና ።
@gazella2867
@gazella2867 3 жыл бұрын
ሜሪ ጂግና ጠፊእካና
@natutedros8735
@natutedros8735 3 жыл бұрын
እንታይ ክትሰምዓሉ ሓደ ሰብ እንዳ ኣሰሮ ስቕ ዝብል
@gazella2867
@gazella2867 3 жыл бұрын
@@moss446 ዋ ኣታ ኣርኩ ካብ one nation ነዊህ ገሩ ገዲፍዎም ዪ እንታይ ኣምፇኦ እዚ ኩሉ ፅርፊ
@edrismussa3688
@edrismussa3688 3 жыл бұрын
Thank you Alkeysi you give everything you have to Eritrea with out any conditions . Thank You Thank you Henok well done
@Desertflower-k6z
@Desertflower-k6z 3 жыл бұрын
What a very humble guy, all I can say is thank you for giving your life to Eritrea & I hope see the light before you departed from our world 🙏🏽🙏🏽
@germayberhane4948
@germayberhane4948 2 жыл бұрын
ሓሶትን ፈጠራን ከዳዓት ከሐጉስኪ የብሉን።
@michaelhiabu5280
@michaelhiabu5280 2 жыл бұрын
@@germayberhane4948 A!aaa
@michaelhiabu5280
@michaelhiabu5280 Жыл бұрын
@@germayberhane4948 pppppp
@KABNNABN
@KABNNABN 2 жыл бұрын
ኣብቲ መሪሕነት ዝነበርኩም ኩሉኩም ፈራሓትን ፈተውቲ ነብሶም ኢኩም ፡ኢሰያስ ከምዚ ጌሩ ኢሰያስ ኣሲሩ በቃ ካልእ ዘረባ የብልኩምን።እንታይ ዲኩም ትገብሩ ኔርኩም ኣብቲ ቦታ ? ሰራሕተኛታት ናቱ ዲኩም ኔርኩም ።ኣብ ስልጣን ዘይ ነበረስ ጽቡቅ፡ኣብ ስልጣን ዝነበርኩን ግና ኣየምሕረልኩምንዩ።ኣብ ስልጣን ዘቀነጠኩም እኮ እቲ ተጋዳላይ ኣሚኑ ወኪል ዝገበረኩም ክትከላኸልሉን ጌጋ ከይ ፍጸን ክትሕልውዎንዩ ፡ ንስኹም ግና ነነብስኩም ኣይተኻላኸልኩም ነቲ ሚስኪን ተራን ታሕተዋይን ኣይተኻላኸልኩም ብዓቢኡ ካኣ ነታ ሃገር ኣይተኻላኸልኩሙላን።ሕጂ ኣብ ደገ ወጺካ ምብካይ ካብ ምብታይ ከድሕነናዩ።ብጻይካ እንዳ ተረሸነን እንዳ ተኣስረን ዓይንካ ሪኢካ ከም ዘይ ረኣካ ስለ ዝሓለፍካ ፡ኣብ ዝባንካ ውን በጺሓ ፡በቃ ከሙኡ ኢኩም ኩሉኹም ፡ኣሲርዎ ኣሲርዎ ኢልኩም ተሓቢኢኩም ትሓምዩ። ንህዝቢ ኤርትራ ግና ንሱ ጥራይ ዘይ ኮነ ንስኩም ኢኩም ቀንዲ በደልቱን ሃሰይቱን ምክንያቱ ኣብ ግቡእ ግዜን ሰዓትን ግቡእ ውሳኤን ዓገብን ስለ ዘይበልኩም። 30 ዓመት ተጋዲሉ ገበል ጎሲሱ ዝመጸ ወለዶ ኢኩም።
@bejahizbi2763
@bejahizbi2763 3 жыл бұрын
አብ አስመራ ኮለኹ ባዶ ሰለስተ አሕመድ ቀሲም ፣ ንብረት አብ ባጽዕ ዝነበረ ተረፍ መረፍ ሓጻውንቲ ናይ መራኽብ ሰሪቁ ፣ንየመን ሸይጥዎ። ደቂ ገርሂ ልባ ኸአ አሚንናዮም። ተጻዊቶምልና። ምእማን ጽቡቅ እንድዩ ፣ ምጥርጣር ግን ዝመስልዎ የለን።
@LamdaAlpha65
@LamdaAlpha65 3 жыл бұрын
ብኻ! ብኻ ብዙሕ ሕቶታት፡ ብዙሕ ሽግር፡ ብዙሕ ንብዓት፡ ብዙሕ ሞት፡ ብዙሕ ድኽነት። ብኻ ተሪፉና! ተጋዳላይ ኣቶ ቀይሲ፡ ዕብይ ዝበለ መልጽሓፍ ጽሒፍኩም ተገላገሉ። ናይ ሎሚ መልስታት ዑምቀት ርእየሉ ኣለኹ።
@naodbelai5325
@naodbelai5325 3 жыл бұрын
Thank you Tegadalay/ Harbegna Keysi for sharing candidly about your experience in Gedli and the making of dictator.
@gebrehiwetteklehailemicael8091
@gebrehiwetteklehailemicael8091 3 жыл бұрын
Thank you our hero dad; u r our alive history
@yossiefkidane856
@yossiefkidane856 3 жыл бұрын
Thanks Abona Keysi for sharing uncooked raw information about your experience and thanks for being a person not a politician.
@andomangosom9843
@andomangosom9843 2 жыл бұрын
ብዘይካ ዑቕበን ሸሪፎን ቁኑዕ ዝባሃል ናባል ኣማራርሓ ኣይነበረኩምን
@filimontsegay9289
@filimontsegay9289 2 жыл бұрын
አቲ ባዕሉ ዝበሎስ ተመሊስካ ንዑዑ ትብሎ ኣለኻ
@araedombahram4150
@araedombahram4150 3 жыл бұрын
ኢሳያስ ከም ቆልዓ እዩ ዝጻወተልኩም ነይሩ ድሕሪ ናጽነት ስጉምቲ ዘይምውሳድኩም ንቃልስኩም ምሉእ ኣይገብሮን እዚ ኩሉ ዕድሜኩም ወፊኩምሲ ኣዝዩ ዘሕዝን
@gherieg.1091
@gherieg.1091 3 жыл бұрын
ኢሳያስ ምስ ስብሓት ንዕኦም ዘይነግርዎም ዓላማን ሕቡእ ስትራክቸርን ሓይሊን ኔሩዎም ! ስብሓት ካብ ሰይጣን ይጎርሕ
@mannieberhanu3469
@mannieberhanu3469 3 жыл бұрын
yes for they let him do everything starting from meda and then afterwards too and finally he got rid of them...it's unthinkable for us to assume the dictatorship would be so brutal to all his comrades but he's still a devil 😈...
@ibiabu9773
@ibiabu9773 3 жыл бұрын
Thank you EriSat and Our hero qeysi!
@barkagash8639
@barkagash8639 3 жыл бұрын
My favourite brave man 💐👌🏾!
@letinak4559
@letinak4559 3 жыл бұрын
ሓቀኛ ኢኻ ግን :ጅግና 💐
@tamaad1358
@tamaad1358 3 жыл бұрын
Our hero Eritrean fighter Mr. Ahmed alqausi.. Our respect and thanks for your efforts and struggle for independence of eritrea..
@petrossolomon1853
@petrossolomon1853 3 жыл бұрын
"Kula Ed alewea" do belka Ahmed Keisi! Thanks for your honest analysis.
@salamsalam-sc4ql
@salamsalam-sc4ql 3 жыл бұрын
ተጋደላይ ኣሕመድ ቀይሲ የቀንየልኔ ዓቢ ትምህርቲ ንዚ ለውጢ ንምምጻኣ ዝቃለስ ዘሎ መንእሰይ 🐪✌👍🐫
@Wedieritrea323
@Wedieritrea323 3 жыл бұрын
Thank you so much Mohammed Alqeysi ! And henok
@letigebrekristos3282
@letigebrekristos3282 3 жыл бұрын
ኩቡር ሓው ቀይሲ ኣይ ኢሰያስ ድኣ ሓቁ እድዩ ዲክተይቶር ክኸውን። እቶም ምኒስተራትሲ ነንሕድሕድኩም ትተኣሳሰርሉ ክንዲ ስለምንታይ ይእሰር በየናይ ሕጊ ኢልኩም ተኣኪብኩም ትምክትዎ። እዚ ደኣ ባዕልኹም ዝመልመልኩሞ ዲክተይተር እንድዩ። ሕጂ እውን ሓደገኛ ዝምባለ እዩ ኣብ ሃገርና ተደጉሉ ዘሎ።
@gherieg.1091
@gherieg.1091 3 жыл бұрын
ንኹሎም ክቕድሞም ዘኽእል ሥዉር ኔትዎርክ ኔሩዎ ኢሳያስ ማለት እዩ:: መሃንዘላት ዓያሹ ኣይኮኑን ነዚ ትብሎ ዘለኻ ዘይፈልጡ !! ... ኣይመስለካን ? ንሳቶም ሓቢርና ንስራሕ እንዳቐደሙ እንከለዉ: ኢሳያስን ... ስብሓት እያ እታ ኢቪል ጂንየስ ... ሓደ ትርር እንድሕር ኢሉ: ምድስካል:: ካልእ ክተሓባበሮ እንተደልዩ ድማ: ህቦብላ ፈጢሩ ነቶም መፍትሕ ተዳፈርቲ ክዳጉን ዘኽእል ስትራክቸር ኔሩዎ ማለት እዩ:: መወዳእታ እኮ: ጂ 15 ከምዛ ትብላ እዮም ፈቲኖም :: ግን ኣብ ኢዱ ስለዝነበሩ: ኣብ ምድስካልን ዱጋናን ኣትዮም:: እታ ኮርማም ስብሓት ካብ ሰይጣን ትጎርሕ !!
@petroszekarias7045
@petroszekarias7045 3 жыл бұрын
We love you father keysi, you done a lot to our country and you served with honesty and love,,,you deserve more. God bless you and your family.
@peaceandlove684
@peaceandlove684 3 жыл бұрын
ሐርበኛ አሕመድ ቀይስ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እዚ ዘሎ መንግስቲ ዓንዩስ ቁሩብ እኳ ጻማኻ እንተታኻያስካ። ከምኡ'ዉን ከማኻ ኽጽዓትን።
@solomonmosazgi8385
@solomonmosazgi8385 2 жыл бұрын
ኤርትራውያን ንኽብሪ መንነቶምን ባህልታቶምን፣ ንኽብሪ ኣቦታቶምን እኖታቶምን ኣድፊሮም፣ ንወዲ ካብ ትግራይ ዝተሰደት ጸማቊት ስዋ ዝወለደቶ ዕዋላ፣ ንኤርትራን ህዝባን ክቆጻጸር ስልጣን ኣረኪቦሞ።
@moresmichael5730
@moresmichael5730 2 жыл бұрын
That is the point we are humiliated
@yosiefmedhanie6118
@yosiefmedhanie6118 3 жыл бұрын
Your humility is heartwarming and that is exactly what we need right now to come to reconciliation with the past mistakes......ample lessons learned will make Eritrea be immune to dictatorship ever after...
@idrisadam4097
@idrisadam4097 3 жыл бұрын
Yosief Medhamie, there I agree with you.
@abrahamteklay9571
@abrahamteklay9571 3 жыл бұрын
@@idrisadam4097 ካብ ፖለቲካዊ ፍርሒ ስለ ዝተወልደ ናዝጊ ክፍሉ ኣብ ዓዲ እንግሊዝ ምስ ሞተ ሕድ ሕላፍ ቲ ሬሳ ናብ ዓዱ የቶ ኢሉ ደፊሩ ዝሓተቶ የሎን.
@michaelalazar2680
@michaelalazar2680 2 жыл бұрын
Great you're just alive to tell the true story for those who are really interested to know the roots of our problem in the country and not to repeat the mistakes that have occured.
@Michael-ju2kq
@Michael-ju2kq 3 жыл бұрын
Thank you henok , u welcome back my dear kesier yes sir for honor to have back smart man intelligent 👌 👍,
@yosiefgebreslasse8300
@yosiefgebreslasse8300 2 жыл бұрын
እዋእ ኸምዚኦም ሙሁራት አጥፊእኹም አቲኹም ብጎዞሞን ጨውን ሲ ይገርም እዩ አብ ዓለም ጨኻናትን ሓሳዳትን እንድዒ ብሕጂ ይፍጠር ዶ ይኸውን ኸማኹም
@Warsay4565
@Warsay4565 3 жыл бұрын
አሪ-ሳት፡ በጃኹም ንኣጋይሽኩም በቲ ልክዕ ሽሞም ጸዉዑዎም። ንኣብነት ንኣሕመድ ቐይሲ፡ መሓመድ ኢልኩም ክትጽዉዕዎ ገጋ'ዩ።
@f-fightereri8616
@f-fightereri8616 3 жыл бұрын
ሃካያት እዮም። ስድነት ውን እዩ።፡ንክንድዚ ዝኣክል ደረጃ ዘለዎ ጋሻ ብሃውሪ ሽሙ ክትጽውዖ ጌጋ እዩ
@elilitansangualan5948
@elilitansangualan5948 2 жыл бұрын
@@f-fightereri8616 Hakayat endyom 😂
@f-fightereri8616
@f-fightereri8616 2 жыл бұрын
@@elilitansangualan5948 ድንጽው እዩ ዝብለካ! ቁሩብ ሞያዊ መዐቀኒ ዘይብሎም።
@akonmo6488
@akonmo6488 2 жыл бұрын
Shiger yeblun Ahmed& (Mohamed ) kulu hade eyu ajoka Erisat gega yebelomen Thanks
@f-fightereri8616
@f-fightereri8616 2 жыл бұрын
@@akonmo6488 ከመይ ገሩ ሓደ ዝኸውን። ሞያዊ ኣስርራሓ ክህልዎም ኣለዎ
@francescogardelli16
@francescogardelli16 3 жыл бұрын
Mr. Ahmed keisi is the only one who understood and consciously explains the failure of a country as a country and as a leadership of corrupt
@TheJorista
@TheJorista 3 жыл бұрын
Thank you Henok for bringing Qeysi again. I read his daughter on BBC's tigrigna. She said that before independence he was imprisoned. I am eager to hear from his voice.
@goytayibarek
@goytayibarek 3 жыл бұрын
What a wonderful and honest man. Thank's so much for this informative interview!
@MohammedIbrahim-uv5wv
@MohammedIbrahim-uv5wv 3 жыл бұрын
በዙሓት ስባት ትቅዪሮም ኢዮም ሎሚ፡ ቅይሲ ግነ ክሳብ ሎሚ ካብቶም ጌና ዝይትቅይሩ ኣብ ምትክሎም ዝልዉ ሓድንታዉያን ኣቦታት ዩ።
@user-pm3fb9er7l
@user-pm3fb9er7l 3 жыл бұрын
ተጻወተልና እባ ኢሰያስ ዝብልዎ ሰብ'ስ እዚ ህዝቢ ዶ ይጥለም ' ነመስግን ሓርበኛ ቀይሲ !
@sbasgamingandcooking2693
@sbasgamingandcooking2693 3 жыл бұрын
Tetsawetelna ewe ata jgna hawey newh ayrakkan kendel harnet
@samisasinos6679
@samisasinos6679 3 жыл бұрын
እንታይ ኢሰያስ ክጻወትልና ክባዓል ቄሲ ን ሳዓብቱን እንበር ኣባላሻሙናን ከመይ ገሩ ሓደ ሰብ ዳኮብኮቦም መጽዩ
@user-pm3fb9er7l
@user-pm3fb9er7l 3 жыл бұрын
@@samisasinos6679 ኮብኩብዎም ኣይኮነን እቲ ፍልልይ ንሱ ካልእ ዕላማ ስለ ዝነበሮ እዪ እቲ ፍልልይ ንሶም ከም ብጻዮም ክርእዪዎ ከለው ንሱ ግን ክልተ ልብታት ሒዙ ይንቀሳቀስ ነይሩ ምስ ሓሳብካ ከም ዝተሰማምዐ ኮይኑ ይቀርብ ንምሸቱ ጃሱሳት ሰዲዱ ይኣልየካ እዚ ክብል ከለኩ ግን ብዓል ቀይሲ ብንግሁኡ ከስተውዕሉሉ ነይርዎም ብፍላይ እታ ሰልፊ ክትምስረት ከላ ኢሰያስ ክቆጻጸራ ክገድፍሉ ኣይነበሮምን ።
@samisasinos6679
@samisasinos6679 3 жыл бұрын
@@user-pm3fb9er7l እሞ ኣይሰማዓካዮን ጥራይ ኤርትራ ናጻ ትዉጻእ እንበር ዳሓር ህዝቢ ድሌቱ ይገብር ኢዩኮ ኢልካ ኢሰያስ ክምዝብርትዕም ብተግባር ነግርካ ጌጋ ኣብ ኢሰያድ ኣይኮነን ኣቦኦም እዩ ንባዕሎም ናጻጻ ዘይነበሩ ንህዝቢ ንጸ ክገብሩ ድማ ዘይሕሰብዩ ትኣሲሮም መጽዮም ህዝቢ ኣሲሮም
@user-pm3fb9er7l
@user-pm3fb9er7l 3 жыл бұрын
@@samisasinos6679 ክቡር ሓው ኣብዚ ኾንካ ኣይትርኣዮ ኣብቲ ግዜ'ቲ ኮንካ ምጥማት ጽቡቅ እዪ ልክዕ እዪ ኩሎም ብዙሕ ናተገብረ ከሎ ዳተበደሉ ከለው ንምእንቲ ናጽነት ክብሉ ተጸሚሞም ይከዱ ኔሮም እዚ ኩሎም ዝገልጽዎ እዪ ፣ እቲ ምንታይ ዓለም ንባዕላ ኣንጻር ሰውራ ስለ ዝነበረት ኩሉ ሓይሎም ህላውነት ሰውራ ኤርትራ ንምዕቃብ እዪ ዝነበረ እቲ ዝነበረ ቻለንጅ ኣዝዪ ሓያል እዪ ፣ ሰውራ ኤርትራ ክድምሰስ ቀመማዊ ጋዝ ከይተረፈ ደርጊ ክጥቀም ዓለም ኣይኮነኖቶን ስለዚ ሙሁራት ተጸቂጦም ይከዱ ኔሮም ምእንቲ ናጻነት ክብሉ እዮም ኮታስ ኩሉ ውልቃዊ ረብሓታቱ ገዲፋ ናጽነት ንክረጋገጽ እዮም ዝምክቱ ነይሮም ፣ ክንደይ ተንተንቲ ፖለቲካ ዓለምና ን ሰውራ ኤርትራ ክዕወት ከምዘይ ክእልን ንኮንቱ ይቃለስ ከም ዘሎን ይትንትኑ ነይሮም እዮም ፥ ነዚ ኩሉ ኣይከውን ዝብሃል ዝነበረ እዪ ክውን ክገብር ኪኢሉ ስለዚ ነዚ ኩሉ ተጻዊሮም ብኩሉ ናተወቅዑ ናጽነት ክውን ክኸውን ዝገበሩ ኣዝዮም ሓያላት ከም ዝነበሩ እዪ ዘርእየካ ።
@yasminabrha5556
@yasminabrha5556 3 жыл бұрын
2ይ ክፋል ኣይትደንጉይና please
@efremtecle4234
@efremtecle4234 3 жыл бұрын
ኣልቀይሲ ኩሉ ግዜ ቅኑዕ: ሽግርና ኣብ ኣስመራ ዝተፈጥረ ኣይኮነን: ካብ በረኻታት ሳሕል ዝመንጨወ ተንኮልን ግፍዕን እዩ: ጸገምና ኣብ ዝባና ምስ በጽሐ ሽግርና ካብኡ መበገሲ ንገብረሉ ስለዝኾና ኢና:: ሸሪፎ ኣብተን ናይ ብሕቲ ጋዜጣታት ከም ዝበሎ: ድሕሪ 98 ዘሎ ኢሰያስ ኣይፈልጦን እየ: ቅድሚኡ ዝነበረኸ ጀግና ሃገራዊ ማለት ድዩ? ካልኦት ድማ ነንቶም መበገሲ ዓመጽ ኢሰያስ ኣለዎም ማለትእዩ: እዚ እዩ ድማ ናብ ድቅ ዝበለ ደልሃመት ሸሚሙና ዘሎ:: ቀይሲ ከምዝበልካዮ ካብ ዓለም ዝነበራን ዘለዋ ሰውራታት ዝመርሓ ውድባት እቲ ድሑሩን ደንቆሮን ህግ እዩ ምባልካ ፈትየዮ: ውጽኢት ድንቁርና እቲ ውድብ ኢና ድማ ኣብ መጨበጢ ዘይብሉ ውድቀት ንርከብ: ኣይ ካብ ሓሳቦም ኣይ ካብ ትሕትንኦም ሓዲግ ተሪፍና:: ንድንቁርንኦም ብበትሪ የረድኡኻ::
@godismyshepherd304
@godismyshepherd304 3 жыл бұрын
What a wonderful interview, i hear d his interview with Fanus network, he is very honest, and truely vetran Ahmed Al -keysi. May God bless you abundant!!
@mebrahtuabraha7220
@mebrahtuabraha7220 3 жыл бұрын
Thank you Keysi you are very honest man what the problem faced the new nation Eritrea
@goitomfessaha2690
@goitomfessaha2690 3 жыл бұрын
God bless mehamed kesi thank you keep it up!!
@yosiefgebreslasse8300
@yosiefgebreslasse8300 2 жыл бұрын
ታይ ናፅነት ክመፅእ ።ብ ጎዞሞን ጨው ነስኒሶም ዝቐትሉ ውድብ እንቁዓ ፈጣሪ አውፅአካ
@eritreaweymot
@eritreaweymot 3 жыл бұрын
waw naybehaqi zeegb melsi nametat nhaton zechnqenan znebere hto telelisulna btami ina nemesgneka abonan hawnan jigna Ahmed Qeysi❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤
@eritreaweymot
@eritreaweymot 3 жыл бұрын
jigna abonan hawnan Ahmed Qeysi medargti zeyblu fqrn halyotn halafnetn hzbkan hagerkan Eritrea abejika nsnetkan lul dereja tmhrtkan ab gedli hzbi Eritrea kem moba awefikayo: beal guhila Isayasn gujilun kedemtun gn nezi mlu hbreteseb Eritrea kubur meswati zkefelelu naxnet: lomi meaznu sihitu naxnetn harnetn hzbn hagern Eritrea ab hadega wediqu: hagernan hzbnan mexaweti Tegarun Amharun Deqalun koynu::
@danitesfamcael7537
@danitesfamcael7537 3 жыл бұрын
Thank you abona Ahmed Qeysi and Erisat
@united4964
@united4964 3 жыл бұрын
I think your program is good but I have better idea that ,before you make interview with the guest try to collection best questions from your followers and nearest person to the guest etc...
@mannieberhanu3469
@mannieberhanu3469 3 жыл бұрын
agreed
@beyenetewolde1332
@beyenetewolde1332 3 жыл бұрын
ሻዕቢያ ማለት ዓሰለት ማለት'ያ ንህዝቢ ኤርትራ ሓኒቓ ወዲኣቶ።
@2468justinbieber
@2468justinbieber 3 жыл бұрын
ኣይዓገብኩን በዚ ዝህበና ቃላት። ቡዙሕ ሕልኽላኽ ኣለዎ ክትኣምኖ የጸመካ።
@mand6515
@mand6515 2 жыл бұрын
Hegdaf da entay ketamo serikeit ☠️
@AbrahamIdrisHibties
@AbrahamIdrisHibties 3 жыл бұрын
Thank you Brother Kaisi.
@sssglove7126
@sssglove7126 3 жыл бұрын
ንስንኩል ተ/ይ መርሃዊ ንሞት ዝፈረዶስ መን ኢዩ?? ተጋዳላይ መርሃዊ :ሳጉኡ (ፕሮፈሰር) 1)ተጋዳላይ መርሃዊ ኣባል ብርጌድ 58 ዝነበረ ኣብ ኲናት 6ይ ወራር ኣብ ግንባር ናቅፋ ኣብ ሳልፈር ተወጊኡ ከምዝሰንከለ ኣብ ታሃድሶ ክፍሊ ሓለዋ ሰውራ ኣብ ዓዶብሓ የዕሊሉኒ : ኣብ ተሃድሶ ጽቡቅ ብጻያዊ ዕርክነት ጀሚርና ሳልሳይና ሓደ ተጋዳላይ ነይሩና: እዚ ሳልሳይና ተጋዳላይ ኣብ 1995ኣብ ኣስመራ ብጠጠውና ንሓጺር ግዜ ተራኺብና ከምዚ ክኣ በለኒ ፣መርሃዊ እቲ መነጸር (ኡክያለ )ዝገብር ዓርክና ትዝክሮ ዶ ?? እወ ይዝክሮ ይብሎ: እሞ ኣብ ክፍሊ ዜና ብትእዛዝ ሓላፋ ዜና ኣሕመድ ኣልቀይሲ ቀቲሎምዎ እዚ ዝነግረካ ዘለኹ ንዓኻ ሓዞ ቀተልቱ እገሌን እገሌን ኢዮም ኢሉና: ብምቅታሉ ዝያዳ ኩሉ ዘልቀሰትን ዝሓዘነትን እዛ ሕጂ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ዒራዔሮ ተኣሲራ ትበሊ ዘላ ተ/ሊት ሚርያም ሓጎስ ኢያ:ኣረ ልጁ ገደሉት እንዳበለት ኣልቂሳትሉ: ኣብዛ ጉዳይ እንታይ ትብል ኣሕመድ ቀይሲ። 2) ኣቦይ ጸጋይ ዝተባህሉ ተጋዳላይ ኣብ60 ታት ኣባል ሓረካ ዝነበሩ ብፖለቲካ ኣብ መጀመርያ 60 ታት ዝተኣስሩ ኣብ 1975 ጀብሃ ካብ ቤት ማእሰርቲ ዘውጽኣቶም ምስ ሻዕብያ ዝተጋደሉ ምስዞም ሰብኣይ ሌላና ኣብ እንዳ ክፍሊ ዜና ኢዩ:ኣብ መንጎ ዕላልና ዓርኰምን መታኣስርቶምን ኣባል ሓረካ ዝነበሩ መራሕ ጋንታይ ስውእ ኣቦይ ተስፋይ በየነ ከምዝዀኑ ሓቢሮምኒ ንሓጺር ግዜ ጽቡቅን ጥቡቅን ዕላላት ጀሚርና ኔርና : ኣሕመድ ቀይሲ ንስኻን ግሩፖኻን ትገብርዎ ዝነበርኩም ብዕልግና ኣብ ኣፍካ ኣብ ቅድሚ እዚ ኩሉ ተጋዳላይ እዚ ገድሊ እንዳ ሸርሙጣኹም ቀይርክምዎ ሕሉፍ ሓሊፍኩም ነቶም ኣብ ቅድመ ግንባራት ዘለው ተጋደልቲ ኣንስቶም ተባዕልጉሎም ኣለኹም ኢሎም ተዛሪቦም ንስኻን ግሩፖኻን ኣብ ኣኼባ ድሂልኩምዎም ድሕሪ ኣኼባ ቡንብኦም ፈጂሮም ተሰዊኦም እዚኸ ትዝክሮዶ?? ኣብዚ ጉዳይ እንታይ ትብል ኣሕመድ ቀይሲ?? 3)ኢትዮጵያ ስማ ተጋዳሊት (ሓርነት ) እዛ ተጋዳሊት ካብ ዓራርብ ናብ ሃገር እንዳድምጺ ሓፋሽ ክትበጽሕ ደይባ ምስዛ ሕጂ ኤንባሲ ጅዳ ዘላ ወይኒ ገብረዝግኣብሄር ነብሰን ክሕጸባ ኣብ ቀላይ ምስ ከዳ ተሰዊኣ ትብሃል ኣሰዋውኣኣ ብቀረባ ከተብርሆ እታ ዝጠለቀትላ ማይ ዕቋር ኢያ : ኣብዚ ጉዳይ እንታይ ትብል ኣሕመድ ቀይሲ?? ኣነ ምስ ኢትዮጵያ(ሓርነት) ሌላና ኣብ እንዳክፍሊ ዜና ኢዩ። ኣባላት ክፍሊ ዜና ዳርጋ ብጃምላ ናብ ሓለዋ ሰውራ ካብ ዝልኣኽካዮም ተጋደልቲ ስንኩላት ሓደ ስኣላይ ናይ ቅብኣ ተ/ይ ስንኩል ረመጭ :ረመጭ ኣብ ሓደ ክፍሊ ኢና ተኣሲርና እቲ ኣብ እንዳዜና ኰይኑ ዝሰርሖ ስእልታት ብሙሉኡ ተዋሂብዎ ኣብ ውሽጢ ቤት ማእሰርቲ ይሰርሖ ነይሩ:: እቲ ኣብ ውግእ ባጽዕ 1977 ኣብ ሰሊና ዝሰንከለ ተጋዳላይ ፍስሃየ ኣብ ሓለዋ ሰውራ ተደጊፉ ኣትዩ :ኣብ ሓጺር ግዜ ብስትረቼር ተጸይሩ ወጺኡ: ስንኩል መርሃዊ (ፕሮፈሰር)ድሓር ዝረሸንክምዎ :: ኣውቲስታኻ ፍስሃየ:ምስዚኦም ኣብ ትሃድሶ ብሓደ ኔርና :እንታይ ስለዝበደሉ ኢኻ ሓፍስካ ብጃምላ ንማእሰርቲ ዝላኣኽካዮም?? ንስኻን ብዓል ሻፍትን ካልኦትን ንዓኹም ዝመስሉ እቲ ቦታ ገድሊ ክለብ መካንቦ ቀይርክምዎ ዘድልያኹም ደቂ ኣንስትዮ ተእትውን ተባዕልጉን ኔርኩም ንዓና ብማሕዮታትኩም ካብቲ ከባባ ትሰጉና ኔርኩም ተጋደልቲ ነዚ ጽያፍኩም ክጸርዎ ኣይክኣሉን ፍኑው ተቃውሞ ይገብሩ ነይሮም። እቲ ኣብ ሩስያ ዝተመረቀ ሙሁር ወዲ ካርነሽም ባዕልኻ ንሓለዋ ሰውራ ሰዲድካዮ ኣብኡ ሓቂቁ ዝጠፍኤ ስሙ ረሲዕካዮ ሙኻን ክንደይ ዝቀተልክምዎምን ዘቅተልክምዎምን ክትዝክር እንበር ተጋዳላይ ማሓሪ ግርማጽየን ናይ ፖለቲካ ኰምሽነር ኣብ ክፍሊ ታዕሊም ኢዩ ነይሩ። እቲ ኩሉ ሓጥያት ንትግርኛ ከተሰክም ምፍታንካ ከየግረመለይ ኣይተረፈን ባዕልኹም ከሰስትን ኣጻረይትን ፈረድትን ኰሚተ ኬንኩም ብዙሕ ሰብ ዘጥፋእኩም ሕጂ ሓጥያትኩም ክትጉሕፉልና ዓገብ። እዚ ዲክታቶራዊ ስርዓት ኣብታ ሕብእቲ ሰልፍኹም ኰስኪስኩም ተኻናኺንኩም ንኹሉ ናይ ምእራም ተቃውሞታት እንዳጨፍለቅኩም ፈጢርኩምዎ ፍረ ጻዕርኹም ኢዩ እዚ ሕጂ ዘሎ ምብትታን። ከዘክረካ ኣነ ንሓጺር ግዜ ኣብ እንዳ ክፍሊ ዜና ተመዲበ ነይረ ንዓይ ብዘይካ ጽቡቅ ምኽሪ ሕማቅ ኣይገበርካንን ኣነ ግን ሕልናይ ክዓርፈለይ እቲ ጉዳይ ናባኻን ናብ ህዝብን የብሎ ኣለኹ ። ኢዮብ (ጎጀላ)በይን ኣስፍሃ!! ዘልኣለማዊ ክብርን መጎስን ንጀጋኑ ስውኣትና!!
@negasiteklay840
@negasiteklay840 2 жыл бұрын
Hope the interviewer sees this
@user-uq3xc3yq9p
@user-uq3xc3yq9p 3 жыл бұрын
የቀንየልና መምህር ቀይሲ
@gebreted2612
@gebreted2612 3 жыл бұрын
ብጣዕሚ ቅኑዕ ሰብ ታሪኽ ህዝባዊ ግንባር ብሰብኣውነት ዲሞክራሲ ክርኤ እንከሎ በዚ መግለጺ ዝሀብካና ግን ዘሕዝን እዩ
@amanabraham5145
@amanabraham5145 2 жыл бұрын
Kkk
@fessehahabte637
@fessehahabte637 2 жыл бұрын
you are one of the Eritrean hero's
@kidaneghebrekidan3499
@kidaneghebrekidan3499 3 жыл бұрын
Anta henok tegadalay kab mibal why minister zey tiblo sorry
@zolg3919
@zolg3919 3 жыл бұрын
Henok, plz drop ‘ብጣዕሚ ጽቡቕ’ after every answer from interviewee. Sometimes, what they are telling is not even good at all.
@eyobtes5588
@eyobtes5588 3 жыл бұрын
ክቡር ኣቦና ኣሕመድ ኣልቀይሲ ስለእቲ ግሉጽ ኣገላልጻኻ ከመስግነካ ይደሊ ። ቀጺለ ብዛዕባ ቃልስኹምን ምስ እሰያስ ዝነበረኩም ዝምድናን ክትዛረቡ ግና ኣዚኹም ክትሓፍርሉ ኢዩ ዝግበኣኩም ። ንሕና ከም ዉሉዳትኩም " ገበርቲ ቅያ ፡ ተባዓት ፡ቅኑዓት ፡በላሕቲ ኢዮም " ክንብል ንደሊ እሞ ሓደ ዉልቀ ሰብ ዝበላ ጥራይ ትኸውንን ትኸይድን ኔራ ፡ እሞ እንዳፈለጥኩሞ ነሕዋትኩም ኣሕሊፍኩም ትህብዎም ፡ ኣሕዋትኩም ከኣ ንዓኹም ! በቃ !!! መለሳ ዘይብላ ከም ሕጊ ዓሳ እንዳተበላላዕካ ምምባርን ምጥፋእን !! ኤፐ !!!!! ካባኹም ተወሊድና እንታይ እሞ ክንገብር ንጥፍኣት ዝተፈጠርና ህዝቢ ባውሬተ !!!!
@meronsimon7049
@meronsimon7049 3 жыл бұрын
Bawreta
@kikimiki9256
@kikimiki9256 3 жыл бұрын
Great revolutionary Al Ghaysi..god bless you
@bisrat2023
@bisrat2023 2 жыл бұрын
Aboy Ahmed bejakum tarik nay Josef wedi degiat nogeruna nay aboyohagoy ayfelitin adu imbaderho
@weredebrhanabrha7919
@weredebrhanabrha7919 2 жыл бұрын
Beautiful history of you and your daughter Feruz.
@muluezerezgi4747
@muluezerezgi4747 3 жыл бұрын
Ezi ልኡላውነት ዝሕልወልና ዘሎ መንግስቲ እዚ ዩ። ብዛዕባ ልኡላውነት ዓንገረር ካብ ምባል ንምእላዩ ሜላታት ሃሰው .......
@p.p.698
@p.p.698 3 жыл бұрын
🙏🙏 Semieka Zey Mno Werkawi ZEREBA Ms kubur Tarikn Jeganu Suwuatn Xama Rezin Tarickn Jignnetomn Zey Rekebe Wuxue hzbi ERTRA Selamta. Ayresaekun Kubur Haw Jiggna Tegadalay Ato Ahmed Keysi Teena Yihabeley Kubur. Haw Bulux Agalalxa Kab Bulux Seb Trekbo 100/100 Zerebaka Haki N kulukum Gedayim Tegadelti Ab Sdet N Fthi Tkalesu Zelekum Azina Eina Nemesgnekumn Nednkekumn Mknyatu. Ezi hadsh. Weledo Buzuh U zmaharr Zello Kabakum Ayttahalelu. Kuburat Ahwatt 🙏💪👍👌✌✊👏👏👏👏 Thank u Eri. Sat
@weditkabo5716
@weditkabo5716 2 жыл бұрын
Baba ahmed eska tahayshe kab bali Tewelide Eyob eskas 2 amet tasrka wexeka esum tasrum tebahlom 50 amet abey kem zelewu dey fletu ay ms hliwat ay ms miwutat
@amanuelabraham4006
@amanuelabraham4006 3 жыл бұрын
Yekeniyelna Ayana Abona Keysi edmen tienan yhabka, kemuwin Hawina Henok.
@abdulkadirbider914
@abdulkadirbider914 2 жыл бұрын
Thank you for this very informative interview.
@yohannesgebrengus9642
@yohannesgebrengus9642 3 жыл бұрын
Amazing
@erilove4162
@erilove4162 3 жыл бұрын
100%!
@sai-show4441
@sai-show4441 6 ай бұрын
Hero Mohamed, may God bless you. Finally, you are free
@kabmesfin5975
@kabmesfin5975 3 жыл бұрын
ኣብ ላዕሊ ይኹን ኣብ ታሕቲ ህዝባዊ ግንባር ድስፕሊን ዝበሓል የብሉን ንኣብነት 1ይ)ንሓደ ቐሺ ይኹን ሸኽ ኣቦይ ኢሉ ጸዊዑ ኣይፈልጥን 2ይ)ነቲ ካብ ገጠራዊን ናብ ዶብ ትግራይ ዝዋሰን ከባቢታት ኤርትራ መጽኦም ዝጋደሉ ሃገረሰብ ዓጋመ እንዳበሉ ኣትሒቶም ናይ ምርኣይ ጸገማት ከምዝነበሮም ከምኡ እውን ቅሉዕ ዝኾነ ገምጋም ስለዘይነበረ ኣብ መንጎ እምነት ክርስትያይን ምስልምናን ዘሎ ጎንጺ ኣብ እዋን ገድሊ ተደጒሉ ጸኒሑ ሕጂ ረመጽ ኮይኑ ጸኒሑ የባርዓና ዘሎ። 3ይ ባህሊ ኤርትራ ብፍላይ ክኣ ናይዚ ነባሪ ህዝቢ ኸበሳ በኣቦታትና ኣዝዩ ተሓልዩን ተኸቢሩን ዝነበረ ብድሕሪ ነጻነት መስተ፣ምንዝርና፣ዘይምክብባር ካሊእን ምስዞም ድስፕሊን ትብሎም ዘለኻ ተጋደልቲ ተሓናጊሩ ከምዝኣተወ ክሕብረካ ይፈቱ። ብዙሕ ክብለካ ምኸኣልኩ ንሎሚ እዚ ወደሓንካ።
@bltblt2473
@bltblt2473 3 жыл бұрын
ኢሰያስ ንወዲ ሰለሙን ሊኢኩ ኣሲሩኒ ይብል ቀይሲ. ወዲ ሰለሙን ክኣ ይዋኣዩ 20 ዓመት ኣብ እስርቤት.
@mahmudali7181
@mahmudali7181 Жыл бұрын
Eti Tarik kedmi natsenet b 2 amet u Wedi Solomon dehri natsenet taesiru
@bltblt2473
@bltblt2473 Жыл бұрын
@@mahmudali7181 ሓቅካ ኢቲ ነገሩ እዩ ገሪሙኒ. ኢሰይስ እሰሩ ይብሎም ድሓር ክኣ የራካክበሎም.
@mehari16
@mehari16 3 жыл бұрын
ቀይሲ ንሕና ንደልዮ ታሪክ ብመጽሓፍ ክትስንዶ ኢና ንደሊ፣ ስለ'ዚ መጽሓፍ ታሪኽካ ናብ መጽሓፍ ንክትጽሕፎ ደጊመ ይላበወካ!
@mercinegash8202
@mercinegash8202 3 жыл бұрын
Nay behaqi gudom awxiekayom hgdef jigna harbega qeysi qexlo
@biniamteweldeberhe1880
@biniamteweldeberhe1880 Жыл бұрын
Thank u for ur honest story al keysi. Ur contributions cannt be forgetten, enjoy ur retirement.
@AbrahamIdrisHibties
@AbrahamIdrisHibties 3 жыл бұрын
Bichha, LiHacham like Meles Zenawi. Kaisi Is a Heroic!
@etcetera3282
@etcetera3282 3 жыл бұрын
Alkeysi, b'zeyeteratir jig'na n'tsuh Tegadalay...b'zuhat d'ma b poletica ankihu zegadele eu. Kem eni Alkeysi's ab Massawa hade geza...ab Asmara ke'a kal'e geza teserihulom nab'zin nab'tin ende belu zem'ts'ewo...z'tekalesulu selam'n na'ts'netin b'kbri kes'temak'ru m'tegebe'om ember...ab sidet k'k'metu?! Zeh'zin eu. E'zi temen Isaias n Alkeysi b'tenkol k'asro ke'los, b'flay Romadan, Wana Tse'hafi nay'ti w'dib enteney'rus, slemintay zey'tekelakelelu...wey me'eseri m'kniyatu hatitu, slemintay t'asro k'blo zey'k'el n ganian Adi Halo? Wey totally power ayneberon malet eu...wey d'ma Romadan wn sik b'm'balu trah keman, ed ney'ruwo malet eu.
@habtesushaile2519
@habtesushaile2519 3 жыл бұрын
ካብ ህ ሓ ይልታት ሓርነት ኤርትራ ናብ ህ ሓ ኤርትራ ናይዑስማን ሳበ ምስራዝ ዘርዝር ተሓኤ ኤርትራውያን ብእሰያስ ክውረስ ንምንታይ ንወያኔ ዓዲምካ ዶብና ብደምና ረሲዕካ።
@sai-show4441
@sai-show4441 6 ай бұрын
Hero Mohamed, please, write a book to transfer ER revolution to the next generation
@1991BobMarly
@1991BobMarly 2 жыл бұрын
ናይ በሓቂ ምኩር ፖሎትከኛ ።
@almazberhane4968
@almazberhane4968 3 жыл бұрын
😭😭😭😭😭😭😭❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏
@newyear1949
@newyear1949 3 жыл бұрын
Anezigermen nikullu betsihuwo Issu.
@AbrahamIdrisHibties
@AbrahamIdrisHibties 3 жыл бұрын
Ahmed Al Kaisi, Is one of the Backbone of HIZBAWI GIMBAR. Bichha, Yeshkaaki IYU Zello. He is Nationalist. Bichha, Hasus Ikkha. MeLhaS.
@samsomtsaeda9882
@samsomtsaeda9882 3 жыл бұрын
It was drama , u r right ✅
@araedombahram4150
@araedombahram4150 3 жыл бұрын
ካብዞም ሓሰውቲ ናይ ቢዝነስ online ኣሎና ዝብሉ በጃኩም ተጠንቀቁ በጃኩም ተጠንቀቁ በጃኩም ተጠንቀቁ በጃኩም ተጠንቀቁ
@emnatyohanns8778
@emnatyohanns8778 3 жыл бұрын
Abotatna aynfekumn neana ka likmkumna
@awethadush3891
@awethadush3891 3 жыл бұрын
Very good job. God bless you Jigna
@menvisbariazgi4464
@menvisbariazgi4464 2 жыл бұрын
What it amuse me is how did he get away with all of this Iseyas must be genius. Because he done it for so long.
@tommeha8332
@tommeha8332 3 жыл бұрын
Father Keysi you have spoken very well of the history and the wrong doings. Now lead us to the way of freedom. Your history is more meaningful to us if you take us there. There are so many of us waiting for your lead ! Only way to achieve our aim is to demolish Shabia regime!
@AbrahamIdrisHibties
@AbrahamIdrisHibties 3 жыл бұрын
Bichha KAITIAAMNUWO. TIGRAWAY IYU. Addey Bichha, Abbb Kidanemihret Biaaltti Mies Iya. Abba Haile Ukbu Tiizikuriru, Kidanemihret.
@joesahel5399
@joesahel5399 3 жыл бұрын
ኢሰያስ ካብ 1972 ሰብ እናሓረደ ከም በጊዕ ፋሲጋ ክሳብ ሕጂ ይቅጽል አሎ። ኩሉ ምሁር ጠፊኡ ግደፍ ዝበሎ የለን።ሃገር ባዶ ተሪፋ። እንታይ ተረፈ ሃገር ክትሸየጥ ።እቶም ባዶ ሓንጎል ዝብልዎ ወያነ ገራትና ወያነ ሃገሮም ሃኒጾም ነይሮም እንታይሞ ሓሳድ ኢሰያስ ከሎ ኩሉ አፍሪስዎ።ክሳብ ኢሰያስ ዘሎ ሰላም የለን።።።።።።።
@ibrahimahmed2608
@ibrahimahmed2608 3 жыл бұрын
Tegadalay mehammed khesi aykonen Tegadalay Ahmed khesi eu Gegatat aytifter ab information
@seeker795
@seeker795 3 жыл бұрын
😜😜 ናይ ኤሪትራ ነገር drama እዩ ክትብልንእንከለኻ ብመሰረቱ ተጋዳላይ ድራማታት ንኽሰርሕ ኢሉ አይኮነን ድዩ ዝቃለስ ኔሩ ? ማለተይ ንኽስንክልን ንኽስዋእን ሙኻኑ ጥራይ እዩ ዝፈልጥ ኔሩ እምበር ንምንታይ ምኽንያት ይቃለስ ኔሩ አይፈልጥን ኔሩ ከም ውፅኢት ናቱ ኸኣ ሀገር ልክዕ 👌 ከም መኪና ገዛ ንብረት ቆጺሩ ከምንብረቱ ከምድላዩ መሬት ይሽይጥ የካሪ ሃብቲ ሀገር ይሰርቕ ሰብ ይኣስር ይቐትል ዘሎ ዓምኻ ኢሰያስ ኤሪትራ እንኮ ናይ ናይ ኢሰያስ እያ እንተበልና ምግናን ዶ ይኸውን ? ብዝኾነ ኩላትኩም ምስ ዓምኹም ኢሰያስ ኮንኩም ዝተፈላለየ ገበናት ትፍፅሙ ዝነበርኩም ቀደም ምስ ኢሰያስ አብዝነበርኩሙሉ ግዜ ክትገብርዎ ዘይደለኹም ንለውጢ ሕጂ ሃዲምኩም አብ ስደት ሃለውለው እንተበልኩም እንታይ ትርጉም አለዎ
@ayobmuzzollo478
@ayobmuzzollo478 3 жыл бұрын
Henok after independence building Eritrea was not the sole Job of tegadaly. What did people did when our heroes were massacred in mayhabar .. Justice and rule of law is not the job of tegadaly suppose it has to be the whole population . Because of this opinion that we can't do any thing up to now except talking. We need to wake up do our share , we must stop blaming and complaining
@aronbrehane2850
@aronbrehane2850 2 жыл бұрын
Great man absolutely you honest person God bless you
@demalomedia
@demalomedia 3 жыл бұрын
ክቡር ሓው ምኽንያት ሞት ኢብራሂም ዓፋ ባ ሕተተልና
@alenastar1006
@alenastar1006 3 жыл бұрын
ኢሰያስ ቀቲልዎ ተበለካ እንታይ ክትገብሮ ኢኻ ፡ ተሖጉሰና ትኸውን ነቶም ናይ ውሽጢ ፈዳይን ነጊርካ
@demalomedia
@demalomedia 3 жыл бұрын
 ታሪኽ ዩ ታሪኽ ክፈልጥ ስለዝደለኹ እየ። እዚ ናትካ መልሲ ግን ሰብ ድለየሉ።
@alenastar1006
@alenastar1006 3 жыл бұрын
ኣነስ ኤርትራዊ ምሁር በሊሕ ሓያል ተኾይኑ ህቡብ ተኾይኑ ቀታሊኡ ፍሉጥ እዩ ኢለ እየ።
@demalomedia
@demalomedia 3 жыл бұрын
@@alenastar1006 ኩሉ ጉድለት ንሓደ ሰብ ምስካም ቅኑዕ አይመስለንን።
@alenastar1006
@alenastar1006 3 жыл бұрын
ጽቡቅ ኣለኻ ደቂ ደቆምውን ታሓተቲ እዩም።እቶም ገበርቲ 1 ይኹኑ 10
🤔Какой Орган самый длинный ? #shorts
00:42
Smart Sigma Kid #funny #sigma #comedy
00:25
CRAZY GREAPA
Рет қаралды 39 МЛН
Scary Teacher 3D Nick Troll Squid Game in Brush Teeth White or Black Challenge #shorts
00:47
🤔Какой Орган самый длинный ? #shorts
00:42