Eritrea ጉዕዞ ሂወት ኣብ 3 መድረኻት |ገድሊ-ሓለዋሰውራ-ኤውሮጳ|

  Рет қаралды 12,554

Eri Man

Eri Man

2 ай бұрын

#habesha #tefetawitalkshow #eritreanculture #neweritrean #eritreanfilm

Пікірлер: 47
@tomasmogos6239
@tomasmogos6239 2 ай бұрын
ካብቲ ዘይርስዖ፡ ኣብ ሮራ-ሓባብ ባቕላ ኣብ ልዕሊ ጀብሃ መጥቃዕቲ ክውሰድ፡ ጴጥሮስ ሰሎሙን ን ኣሃዱና ብርጌድ 58 ቦጦሎኒ ክልተ ኣብ ወግረት ኣኼባ ጌሩልና ኔሩ ካብቲ ሽዑ ዝበለና። "ምስ ቅያደል ዓማ ኣብ ልዕሊ ጣውላ ክንዛተ ኢና ብ ትሕቲ ጣውላ ድማ ክንራጋሕ ኢና"። ክብል ን በዓል ኣነ ዕዋኖ ምስ ኣሕዋትና ክንጨፋጨፍ መሪቑ ኣፋንዩና። ሽዑ ኣብ ነፍስ-ወከፍ ጋንታ ድማ ክልተ ወይ ሰለስተ ተጋደልቲ ወያነ ናባና ተወዚዖም ኣብ ምድምሳስ ጀብሃ ተሳቲፎም እዮም።
@Eri-blue
@Eri-blue 2 ай бұрын
እወ፡ብጣዕሚ ኢዩ ዘሕዝን
@duhberhe9991
@duhberhe9991 2 ай бұрын
Atum seba ezi hzbawi gmbar zbahal web hijis ende kigermena jemiru 😢😢❤ emo ezi da nay kedemom u ni hizbi michukan
@Wediharestay
@Wediharestay 2 ай бұрын
Story time, interesting
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 Ай бұрын
ሺ ኺዳኑ ዝብኢ ዝቅየር መሳርሒ ተዋህዶ ትግራይ ዋኑኡ ኣምሓራይ ዝተቀየሩ ተጋሩን ከበርቴታት ኣቕሽሽቲ ትግራይን ቒቒቒ
@edrismussa3688
@edrismussa3688 17 күн бұрын
Thank you
@yonasafeworki5568
@yonasafeworki5568 2 ай бұрын
ኣነስ ዝገርመኒ ዝነበረን ዘይነበረን ነዚ ሰብ ሓሳዊ ትብሉስ እንታይ እዩ ሓሶቱ።እዚ ዝብሎ ዘሎ ናይ ምዝላቕ ግዜ ብጣዕሚ መሪርን ዝነበረ ግዜ እዩ።ፈጺሙ ሓሶት ኻኣ የብሉን ዝብሎ ዘሎ።ኣነ ከማን፡ዝገርመኒ ናይ ምዝካር ክእለቱ ብጣዕሚ እዩ ዘድንቖ።
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 Ай бұрын
THE LANGUAGE SPOKEN IN THE HELL IS PROBABLY AMHARIC ! WELAHI 💙 ✝️
@wedigermen2776
@wedigermen2776 2 ай бұрын
ሐቂ ዲዩ ሐሳት ስለ ነበርኩ ክስምዒ ጥራይ እየ ዝፍቱ ካብ ትጻረፍ እንተ ተጋግዮ አርሞ
@Insider24840
@Insider24840 2 ай бұрын
Welcome 💙
@tadessekidane720
@tadessekidane720 2 ай бұрын
ጽቡቕ ትዕዝብቲ ኢዩ። ኣብ ዕላበርዕድ ኣብታ ክሳድ ምስ ታንክታትን እልቢ ሰራዊትን ክንተሓናነቕ ዝሓደርና ሓይልና ኢያ። 51፡ 3፡ ሓይሊ 32 ጽቡቕ ትዕዝብቲ
@ERi291MM
@ERi291MM 2 ай бұрын
ከም ጨው ሕቐቕ።
@zereghebreyohannes5143
@zereghebreyohannes5143 2 ай бұрын
Hasawi Lekbaat hasawi kemakan wedi kemakan nsawra Eritrea aygolxon eyu wekarya eka nska
@astertesfazgi2750
@astertesfazgi2750 Ай бұрын
Hunuf belo eba manm afu kikeft zgermeka gize
@mestewalie6479
@mestewalie6479 Ай бұрын
ተጋደልቲ ጀጋኑ ኢኹም ግን ቀታሊት ሕብእቲ ሰልፊ ቀታሊት ገበል ሓውኹም ዳተቀተለ ብማይ ውዑይ ደፊኦም ዳቐተልዎም ደቀንስትዮ ብልዕተን ዳንደድወን አስቂጥኩም መፂኹም ታይ ትርጉም አለዎ
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 Ай бұрын
ሙሽ ሊቃውንቲ ኢኹም ኣምሓርኛ ከመይ ተማሂዙ ጠፊእኩም ምሃዝቱ ሓሰውትን ሰረቅትን ሰብደምን ጠንቖልትን ተጋሩ ንሽዋ ሃዲሞም ዝመሃዝዎ ምስጢራዊ ቋንቋ ኣምሓርኛ ብተዋህዶን መሳፍንትን ጸዲቁሎም ! ሚልዮናት ህዝብታት ብኣምሓርኛ ዝዛረቡ ይሳቀዩ ኣለው ! ደም ደም ደምብያ ደምበዛን ማለት ብኣምሓራይን ዘምሓርሓርኩምን ንዘመናት ንሳቀ ዘለና ዘብሄረ ኣገው ቢለን ኢና ! ደምና ኣይሰደኩምንዩ !
@habrom125
@habrom125 Ай бұрын
ሰላም ንዓካ ይኩን ወዲ ጎጀላ። እቶም ናይ ክፍሊ ታዓሊም ፊተውራሪ ዝነበሩ ወታሃደራውን ፖለቲካውን ዝነበሩን። ወታሃደራዊ ማርሽን ዝነበሩ ወዲ ሚዒተ ደበሳይ ግደ ሻንበል ንረዲን እዮም ነሮም። ፖለቲካዊ ሓይኣብ ተስፍይ ሕጂ ኣብ ኢሮፓ ዘሎ " ስሊማን ሕጂ ኣብ ዓዲ እንግሊዝ ቆንስል ዘሎ ኣወዳት።ኣዋልድ ድማ ኣስቲር ፍሳሓጽየንን ፎዝያ ሓሽምን ነበራ። ኣነውን ኣብ ብላቃት ተዓሊመ ብድሕሪካ ዝነበረት ኮርስ 1977 ተዓሊመ። ኣብ መጓዓዝያ ከረን ነረ ኣብ ሰነ 1978 ናይ ደቡብ ምዝላቅ ኣብ ብርጊድ 23 በጦሎኒ 2 ድማ ተወዚዕ መራሒ በጦለንና ፍሊጶስ ነሩ። ክሳብ ክፍለ ሰራዊት 1984 መጨረሻ ኣብ ብርጊድ 23 ምሳካ ነረ። ምስ ዝፈትዎ ስዉእ ርእሶም ኪዳነ ወዲ ዓድካ እየ ነረ።
@Wedibahta3880
@Wedibahta3880 2 ай бұрын
👍💙💙💙💙
@2ge-sfi532
@2ge-sfi532 Ай бұрын
05/24/2024 12:02 AM EDT Antony J. Blinken, Secretary of State On behalf of the United States of America, I congratulate the Eritrean people on the 33rd anniversary of their nation’s independence. Working together towards our shared goals of peace and stability in the Horn of Africa will open opportunities to strengthen the ties between our peoples. ezi wedhankum ,, hawkhum Efraim Beyin ,,, kab Gävle - Shweden..,
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 Ай бұрын
ደም ደም ደምብያ ደምበዛን ማለት ብኣምሓራይን ዘምሓርሓርኩምን ንዘመናት ዝተሳቀና ዘብሄረ ኣገው ቢለን ኢና !!
@mestewalie6479
@mestewalie6479 Ай бұрын
ንምንታይ ኢኹም እባ ተቓሊስኩም ትዝገርመኒ ዕላማኹም ሱቑልካ ቀበጥበጥ ዘይትርድኦ ዕላማ እዩ ንፁሀትን ሙሁራትን ኑቁሓትን ብ ጎዞሞን ማይ ውዑይን ቀቲሎሙኹም የሕዋትና ዝበልኩሞም ትርጉም ዘይብሉ ቓልሲ ብጭካኔ ኢኹም ቀቲልኹምዎም ነሕዋትኩም ደቀንስትዮ ከይተረፋ ብጎዞሞ ተቐቲለን
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 Ай бұрын
ክንደይ ሚልዮናት ህዝብታት ርኹስ ኣምሓርኛ ምሂርኩም መንነቶም ኽሒዶም ክሳቀዩ ጌርኩሞም
@duhberhe9991
@duhberhe9991 2 ай бұрын
Wow enkae haki zzareb seb terekibu ni jebha ab kebabi badme win bzay kunat yom algisoma ne ti serawitom gin jebha mexetna endabelu yom zhswu nerom eti tegadalay shabya ka amineom hawu ketilu😢😢
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 Ай бұрын
ኣምሓርኛ ምዝራብ ተተቋርጽዎ ሚልዮናት ህዝብታት ኦሮሞ ጉራጌ ዎላይታ ትግርኛ ስልጤ ሽናሻ....... ምድሓኑ ምቀሰኑ ንትግራዋይ ንኣመንዎን ነኽበርዎን !
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 Ай бұрын
ዕድመ ርኹስ ኣምሓርኛ 666 ጥራይ ! ዕድመ ተጋሩኣገው ቢለን 4000 ዓመት ዝያዳ ላሊበላ ! ደም ደምና ደምብያ ደምበዛን ማለት ተንትንዎ ብኣምሓራይን ዘምሓርሓርኩምን ንዘመናት ዝተሳቀና ዘብሄረ ኣገው ቢለን ኢና 4።
@amineabraha9930
@amineabraha9930 2 ай бұрын
Mkniytu msaka zneberna sebat kemzneberna aytrese
@amineabraha9930
@amineabraha9930 2 ай бұрын
Zgerm Freta slemntay Isaa kndzi tarik mblshaw entay neruwo nska entekonka
@amineabraha9930
@amineabraha9930 2 ай бұрын
Aska mukan yhsheka maletey eyu
@wblludwigshafen1700
@wblludwigshafen1700 Ай бұрын
YOUR Commentare is Not Bad but IT is Not teure , I my Self ,i was there, try to talk the Rightway please
@mestewalie6479
@mestewalie6479 Ай бұрын
እዋእእእ ርጉማት ኢኹም ጨካናት የሕዋትኩም ንምቕታል ድሕር አይትብሉን አረሜናት ኤርትራዊ ሓው ዝቐትል አረሜናት የሕዋትኩም እንዲና ዳበልኹም ጨካናት ስርዐት እስኹም ሒዝኩምዎ ዝመፃኹም ደምን ፀልማትን ክትፍደይዎ ኢኹም ጃሱስ ቀይርክምዎ ህዝቢ ከመይ ሓደ ልቢ ኢልኩም ትዝምሩ ንስኹም
@iskatl1098
@iskatl1098 Ай бұрын
ወዲ ጎጀላ ኩሉ ዝፈልጦ ዛንታ ከይርሳዕ እዩ ዘዘንትዎ ዘሎ ዘይተንከፎ ኣዝዩ ብዙሕ ኣርእስቲ ኣሎ ዓቅሚ ሲኢኑ ዘይኮነስ ግዜ ስለ ዝሓጽሮ እዩ ጌጋ ኣይተዛረበን እቲ ጌጋስ ኣብቶም እትጸርፍዎ ዘለኹም እዩ።
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 Ай бұрын
ኣብ ጎንደር ቕድሚ 300 ዓመት ኣምሓርኛ ዝብሃል ቋንቋ ድዩ መንነት ኣይነበረን ! ንምንታይ ትግራይ ሕዚውን ርኹስ ኣምሓርኛ ትዛረቡ ኣለኹም ! ንኣገው ኦሮሞ.. ክተሳቅይዎም
@ERi291MM
@ERi291MM 2 ай бұрын
ትም በል ጃሱስ ሓሳዊ። ኣበይ ኔርካ ክሳብ ሎሚ።
@user-ew4ws2yz9s
@user-ew4ws2yz9s 15 күн бұрын
እዚ ከዳዕ ወዲ ጎጀላ ክንደይ ሰብ ዘቅተለ ምስ ደርጊ ኮይኑ መዓልቲ ጥራይ ይጸበ
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 Ай бұрын
ብ2004 ኣረጊት ኢሳያስ ኣፍወርቂ ንመንእሰያት ኤርትራ ናይ ቱርኪ ፊልም ትርጉም ኣምሓርኛ ክርእዩ ኣፍቂድሎም መታን መንፈሶም ሸይጦም ኩሉ ኽፋእ ክገብሩን ብፍርሕን ራዕድን ክሳቀዩን ግድንዩ
@truth3960
@truth3960 Ай бұрын
I bet you were under 14.
@user-yc5fh9so4q
@user-yc5fh9so4q Ай бұрын
😂😂😂😂😂😂 ናትኻ ሓሶት ኸኣ ፍሉይ እዩ😂😂😂 ሸንኻ ደቂስ ምዕንጂሉ
@hermelagirmay2337
@hermelagirmay2337 Ай бұрын
ንኢሰያስ ጅግና ትጸርፍ መን ኢኻ ንስኻ ጉሓፍ
@ERi291MM
@ERi291MM 2 ай бұрын
ሓቁ ክትእለ ኣለዋ። ተሓኤ እያ ንሰውራ ኤርትራ ንድሕሪት ጎቲታቶ።
@tomasmogos6239
@tomasmogos6239 2 ай бұрын
መሪሕነት ጀብሃ መበቆል ትውልዶም ኤሪትራውያን እዮም ኔሮም። መሪሕነት ሻዕቢያ፡ ወዲ-መድህን በራድ፡ ጀነራል ነቕዘ (ፍሊጶስ ወልደዮውሃንስ እሸቴ)፡ የማነ ማንኪ፡ ሓጎስ ካሻ፡ የማነ ቻርሊ፡ መቐለ,,,,ወዘተ ካበይ እዮም ናብ ኤሪትራ መጽዮም ትፈልጥ 'ዶ? ወይ ድማ ተጋሩ እዮም መራሕተይ ዝብል ዘሕፍር ስምዒት እንተ ኣልዩካ ትም በል ኣይትመልሰለይ ኢኻ!
@Halamadrid676
@Halamadrid676 Ай бұрын
​@@tomasmogos6239😂😂በቃ ናይቶም ካልኦት ዝበልካዮስ ወላ ሓሶት ይኹን ለሚድናዮ ኔርና ሕጂ ካኣ ወላ ፍሊጶስ ኣስጊርኩሞ 😂😂
@tomasmogos6239
@tomasmogos6239 Ай бұрын
@@Halamadrid676 ፍሊጶስ ነቕዘ ወዲ-ወዱ ን እሸቴ ምዃኑ ትፈልጥ'ዶ? ንምዃኑ "እሸቴ" እንታይ ማለት'ዩ? ስለምናይ ክኸውን ወይ እንታይ'ዩ ብልሓቱ ጀነራል ነቕዘ ወዲ-ወዱ ን እሸቴ ጓሉ ናብ ናይጀርያ ዘመርዕዋ ዘሎ?
@user-rt7gs1st6h
@user-rt7gs1st6h 2 ай бұрын
ዘረባ ረኺብና ኢልኩም ዲኹም ነዚ ናይ ጥንቲ ዘረባ ኣምጺእኩም ንሻዕብያ ከተኽፍኡ ትፍትኑ ዘልርኹም፧ በሉ ሻዕብያስ ጎብለል ናይ ውድባትን መምጽኢ ናጽነትን እዩ። ከማኹም ጃሱሳትን፡ መድሓርሓርቲ ኣውራጃውያንን እንዳጸልጸለ እዩ ኣብዚ በጺሑ። ዝንቡላት።
@duhberhe9991
@duhberhe9991 2 ай бұрын
Donkoro eka tarik nebari u
መን'ዩ ተሓታቲ?
1:00:14
BUFE-ERI ቡፌ-ኤሪ
Рет қаралды 80 М.
THEY made a RAINBOW M&M 🤩😳 LeoNata family #shorts
00:49
LeoNata Family
Рет қаралды 42 МЛН
Despicable Me Fart Blaster
00:51
_vector_
Рет қаралды 24 МЛН
Это ежегодное настроение 😉 #tiktok #юмор #жиза #funny
0:10
Ангелина и Тая
Рет қаралды 2,9 МЛН
Курение вредит здоровью
0:28
ЮРИЧ
Рет қаралды 2,6 МЛН
КАЧЕЛИ ИЗ АРБУЗА #юмор #cat #топ
0:33
Лайки Like
Рет қаралды 3,7 МЛН