Пікірлер
@robelfishaye739
@robelfishaye739 20 сағат бұрын
Tnx kem kulu gizie & ayttfeana kea❤
@BerhaneKirosEmbaye-fn4sb
@BerhaneKirosEmbaye-fn4sb 22 сағат бұрын
Akilikum tsilie tiray kitnegruna were kunatin harimnayom zebitnayom tewagienayom entay tarik hatela tarik hatela tarik kinsemie ayinidelin tanki megtsie kunat tegeru zehugusena diu mesilkum suk elkum kigieru tiwielu nihna selam delina alena ahwatina gedifna zitefaena bizeyka kunat kalievayireanan nidik kab tifeteru silezi nisikum bizeyka tifiatin wigien kalie yebilkumn selchinna eyu wigie denkorp tirah eyu ziwagae ane hanti second tetew ayibilin nimintay yiwagae ane melagetsi gerkumo seb denakur bikunat tihinets hager kitserhu hizbina tsenitu. Higiewneharuna geganu wezete ayitesmuena gegna yebilkumn nimintay tiwagiu ayitifeltun suk elkum halewlew.
@awettedros6706
@awettedros6706 Күн бұрын
nta ma lele 🤣🤣🤣 Kidd yakhi kezab wahid
@peacecaseekpeacecaseek1919
@peacecaseekpeacecaseek1919 Күн бұрын
Why doesn’t the interviewer stay quite and not make noises ; unprofessional and annoying
@biniamberaki8513
@biniamberaki8513 2 күн бұрын
Eri man ሓወይ ሳፕስክራይፕ ዘይገበርኩ ጸኒሐ ክሳብ ሎሚ ንምንታይ ኖትፊኬሽን ዘይመጸኒ ክኣ ይብል ነይረ ብዝኾነ መደባትካ ብጣዕሚ ጽቡቕ ዝሰምዕ ህዝቢ ግን የብልናን
@Eri-blue
@Eri-blue 2 күн бұрын
@@biniamberaki8513 ቢኒ 👍✌💙
@biniamberaki8513
@biniamberaki8513 2 күн бұрын
Eri man ሓወይ ሳፕስክራይፕ ዘይገበርኩ ጸኒሐ ክሳብ ሎሚ ንምንታይ ኖትፊኬሽን ዘይመጸኒ ክኣ ይብል ነይረ ብዝኾነ መደባትካ ብጣዕሚ ጽቡቕ ዝሰምዕ ህዝቢ ግን የብልናን
@lemlemberhe149
@lemlemberhe149 2 күн бұрын
እዚ ወዲ መርገም ኣገልጋሊ ድያብሎስ እንድዩ ::
@Insider24840
@Insider24840 2 күн бұрын
ለምለም፡ እቲ ብብሌን ዝተዛረበ ድዩ?
@user-pr3pu1ss3y
@user-pr3pu1ss3y 2 күн бұрын
አወ YES YES 100/
@BerhaneKirosEmbaye-fn4sb
@BerhaneKirosEmbaye-fn4sb 2 күн бұрын
The Eritrean ethiopian war was started by higidef because they had conflict over trade thus Eseyas was angry then he run as fast as possible to open the war. Ethiopia at that time asked eritrea to change in terms of dollars but eseyas refused them. Instead he asked that the two countries currency had to be exchanged in equal rate and this was refused by the Ethiopian government. So that the conflict started as Eseyas started the United nations made Eritrea to pay the compensation but the Eritrean government does tell this.
@tsemiyuninafikebitsotey1089
@tsemiyuninafikebitsotey1089 2 күн бұрын
Hasawi hasawi
@hailegaim6006
@hailegaim6006 3 күн бұрын
Hasawi hasawi parlamentet ET awigu eyu loqmats
@mulugetamuler464
@mulugetamuler464 3 күн бұрын
Wegid,endagoyeka metsika
@user-ye7xp2cz4x
@user-ye7xp2cz4x 3 күн бұрын
ሳሕል ተዛዊረካ ኣስማት ሓለፍቲ ጥራይ ክትሓትት ትውዕል ኔርካ ምኽንያቱ ነዚ ሓሶት ካብ ሽዑ ትዳለወሉ ኔርካ ፎኪስ ሕፈር ዘይበጻሕካዮ ኣይትምሰል እንቃዕ ዘይንፈልጠካ ኣይኮና
@edrismussa3688
@edrismussa3688 3 күн бұрын
Criminal Isyas Afewerki is responsible for all crimes in Eritrea.
@romodansuleman9015
@romodansuleman9015 4 күн бұрын
Kid lakbat abu nara 46 hasawe walkwe sele alka way gaben gerka zehademka eka maltka halu
@keletatsegai8791
@keletatsegai8791 4 күн бұрын
አታ 7ወርሒ ዘይመልእ ብረት ኣጥቃስ ኣፈርፈር ትብል ትሕሱ ምጅላግ መን ካምነካ በይዘካ ምጅላጋት ከማኻ
@heidshop4103
@heidshop4103 4 күн бұрын
🙏🙏🙏🙏🙏
@asmeromamanuel5972
@asmeromamanuel5972 4 күн бұрын
Leklakti 🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮
@BETESEB1972
@BETESEB1972 4 күн бұрын
ናትና ኤርትራውያን ተዛሪብካ ዝውዳእ ኣይኮነን ካብ ባሕሪ ብጭልፋ እዩ 😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@asmeromtewelde9421
@asmeromtewelde9421 4 күн бұрын
Hasawi
@alganshmehar3892
@alganshmehar3892 5 күн бұрын
Eway ni shaebiya dika tmhrti ayfetun eyu ilka kulu ab nay mishet ymeharu do ayneberun zerebaka nay tsli eyu
@AaAa-km9pk
@AaAa-km9pk 5 күн бұрын
ህግደፍ ብዘይካ ውግእ ካሊእ ምያ ከምዘብሉ ትፈሊጥ ቀትልና ማረኽና ዓምጽና ሃጅምና መዋእሉ መዋእልካ መዋእል ጭራ አድጊ ትኩን
@asgedomrusom2338
@asgedomrusom2338 5 күн бұрын
እቶም 8 ንዑ ንላዘብ ኢሉ ብጥይት ዝተሳህሎም ከ ዕለት ክንደይ ኔሩ
@asgedomrusom2338
@asgedomrusom2338 5 күн бұрын
ስማዕ ኣታ መባላሸዊ ታሪኽ። 1997 ወያነ እንታይ ይገብር ኔሩ፧
@zewdeberhe1610
@zewdeberhe1610 5 күн бұрын
You are just one of the best anarchy.
@Mehari2491
@Mehari2491 5 күн бұрын
ሃጠው ቀጠው ዘረባ:: ኤርትራውነት ዘይሕከኽ ክቡር መንነት!
@skking3686
@skking3686 5 күн бұрын
ኣነ ኣባል 5ይ ዙርያ እየ ንስኻ ተሓውሱካ ኣሎ ካብ ሰዋ ክሳብ ባድመ ሕውስውስ ኣቢልካዩ ሓሶትውን ኣለወ እቲ ትዛረቦ ፈሊጥካ ድኻ ብዛይ ምፍላጥ ኣላ ድሕር ቀደማይ ወራር እዩ መጀመርታ ኩናት ኣብዓድ ጸጸር ዕርድ ማትያስ እዩ ነሩ እቲ ፈለማ ውግዕ ቅድሚኡ ወያነ ውግ ከምዝጀመረት ካብቶም ሓይልታትና ከምዝቀተለት ረሲእካ ብዙሕ ሽግር ኣብ ህዝብና ገራ እያ 381 እና ካብ ቶጋን ተበጊስና ናብ ሸሸቢት ኣቲና ይዕርፍና ወያነ ምድለዋቱ ምስተሰመኣ ናቡኡ ኣቢልና ካብ ሸሸቢት ናብ ዕርድ ማትያስ ኣድ ጸጸር ኔርና እንበር ሽራሮ ኣይነበርናን እዚ ካብ ሰብ ዝሰማእካዩ ዘይተረደኣካ እዩ ትመስል ነቲ ሕክያ ጽቡቅ ኣይሰማእካዩን😂 ውጩ ባድሜ ኣይነበረን ሓሶት እዩ
@alganeshhabte7432
@alganeshhabte7432 5 күн бұрын
Kela duhul kendey yehusu Seid kemu aykonen koblali
@tsehayehaile4760
@tsehayehaile4760 5 күн бұрын
ATUM KULATKUM HASAWI TBLU ZELEKUM HASEKA BLAU NMNTAY KULUKUM GEDLI BALAL EKUM TFELT WO KEMTI NSU BALU ZBELO ISEYAS TEKALAKALAY TANKI AYE ZFELT NERE TOKISU SHMU YXHAF AYU ZBHAL NERU AKO ELUKUM
@ramandebene1131
@ramandebene1131 5 күн бұрын
ሱቅበል ሙሽሙሽ ሓሳዊ እዚ ታሪኽ ድዩ ንመን ከተደናግር፡
@ramandebene1131
@ramandebene1131 5 күн бұрын
ንኻልእ በሎ ተስፋንክኤል ጆርጅ ናይ ቓኞው ዝነበሩ ኤመሪካውያን ሓሳዊ ነይሩ ብዛዕባ ትብሎ ዘለኻ ብ 1974 ተስፋንክኤል ጆርጆ ጀብሃ ጨውይቶ ኣብ ቴብ ዝተመለኤ ሰምዐዮ ብኣካል ኣብ ጀንገረን ን ባርካ ክወሪድ ረኽበዮ ታኣስሩ ነይሩ ድሕሪኡ ጀብሃ ናጻ እላቶ ናይ ታሪኽ ከጽንዕ ገይራቶ ንሱዳን ከይዱ ንጸላኢ እዱ ህቡ ኣብ ኤርትራ ብስም ራስ ገዝ ክንደይ በደል ኣብ ኤርትራን ህዝብን ፈጽሙ እዩ። ስለዚ ኣብ ከናዳ ኮፍ እልካ ጻባን ባኒን እንዳ ኣቃስኻ በልዕኻ ደቅስ። ለኽባጥ እንታይ ገይርካላ ነዛ ሃገር።
@frewiniabraha755
@frewiniabraha755 5 күн бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ ውሉደይ አምላኽ ምሳኻ እዩ ነታሐቂ ትጓስያ ስለዘለኻ ተባዕ ካብዚ መንእሰይ እዚ ተማሀሩ አምበሳ ቀጽሎ ሀገር ንኸምዚኸማኻ ምኩር እዩ ትጽበ ዘላ
@frewiniabraha755
@frewiniabraha755 5 күн бұрын
እንኳዕ ብሒወት ሀለኻ አምላኽ ይፈትወካ እዩ
@lettetecle4258
@lettetecle4258 6 күн бұрын
ERITREAWIAN mensjat zanta jeganu abotawetom kesemu kemaharu alowom🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍👍🇪🇷
@amanuelasgedom8754
@amanuelasgedom8754 6 күн бұрын
ኣበስመራ ተወሊድና ዓቢና ኣሪግናውን ጭርጭር ኩኩሉ ሳልባቲ ካልእን እንዳተጻወትና ዓቢና እዚ ናትካ ቃሕ ከይበልካ ዝርከብ ሽጣራ ኣይኮነን ናይቶም ውልደገባ ኣትዮም ሰላማዊ ናብራ ክንገብር እንበር ብኻልእ ኣይኮናን ኣቲና እናበሉ ብሚስጥር ዝሰርሑ ከማን ኣይንዛረበሉን ድኣንበር ኣይንፈልጦን ኔርና ማለት ኣይኮነን ስለዚ እንተዘይ ደኸምክን እሕሸክን ኢልና ክንዛዝመልካ ኢሰያስ ምስ ከምኡ ዝኣመሰሉ ጀጋኑ ተጋዲሉ ሂወቱ ንህዝቡ ዘበጀወ ሰብዩ ስለዚ ጅግንነት ተጋደልቲ ጂግንነት ዋርሳይ ጅግንነት መንደላይ ከተቋሽሹ ብቁሩብ ቁራቦ ዝተዓሰብኩም ቀሻሾ ደርጊ ዝጸሓፎ'ዶ ሃይለስላሲ ዝገደፎ ዝብል ኣሽወሽ በዚ የለን ሰብ ዝሽወድ ንብለካ ሃይለስላሰን ደርጊ ንኸማኻ ዝመሰሉ ከደናግሩ ናይ ሰለስተ ሽሕ ዕድመ ዘለና ኣይተገዛእናን ቀዳሞት ፍጥረት ሰብ ኢና ዝብልውን ጺሒፎምዮም እዚውን ምስቲ ትብሎ ዘለኻ ኣቃሲኻ ብልዓዮ
@yonaskeshi1863
@yonaskeshi1863 6 күн бұрын
እስኻ ዉጹእ ትግራዋይ እንዲኻ እንተኾነ ግን ሳዋ ታዓሊምካ ክትከውን ትኽእል ኢኻ እቲ ኣብ ተከዘ ዝነበረ መጥቃዕቲ ካኣ ሓደ ኣብ መንጎና ኢውርትራዊ ተመሲሉ ዝጸንሐ ኣባል ኣብታ ናይ መወዳእታ ሳዓት መጥቃዕቲ ትጅመረላ ህሞት ስለዝሃደመ እታ መጥቃዕቲ ኣብዘይሳዓታ ተጀሚራ ወያነ ካኣ ክሃድማ ዕድል ረኺበን እቲ ሽዑ ዝኸድዐ ኣባልና ዋላ ንስኻ ትኸውን ምኽንያቱ እታ ኩነታት ፈሊጥካያ እንተኾነ ግን ምርሻንዶ ሓላፊ ተቐቲሉ ትብሎ ዘለኻ ግን ነቲ ክድዓትካ መራጎዲ እዩ
@erishaebya1566
@erishaebya1566 6 күн бұрын
🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣ክሳብ ሎሚ ትበክዩ ኣለኩም 🤣🤣🤣🤣🤣
@kibromsolomon5613
@kibromsolomon5613 6 күн бұрын
Ajewjew mlkt xlaleyu!! Teberaber!!
@ariamemun9576
@ariamemun9576 6 күн бұрын
Welcome ሰላም ክቡር ሓውና በርትዕ ኣብ ገድንኻ ኣሎና ....ታሪኽ ምሰታ ቀዳሞት ብዝኸነ ዮቀነልና 💙💙💙💙💙💙💙💙😍🙏
@Mxiwae1991
@Mxiwae1991 7 күн бұрын
Yais yedanagr aleku elu endiu bnatus hasbu ezi kofkaf tgraway hasawi
@terhasfessehazion7785
@terhasfessehazion7785 7 күн бұрын
Kulusalasabia Nizehleme Niberena Eritrea 🇪🇷 Sabia✊✊🇪🇷🇪🇷🙏🙏🌺🌺❤️❤️✅👍👍🙏✊✊✊🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@terhasfessehazion7785
@terhasfessehazion7785 7 күн бұрын
Ahgolekayeisewerere😂 Lelakilelakiyeihadikakibeza
@terhasfessehazion7785
@terhasfessehazion7785 7 күн бұрын
Ahgolekayeisewerere😂 Lelakilelakiyeihadikakibeza
@terhasfessehazion7785
@terhasfessehazion7785 7 күн бұрын
Merahatisabia zisetijuomotibedemesitet
@terhasfessehazion7785
@terhasfessehazion7785 7 күн бұрын
Asawi😂hasawiseraki
@terhasfessehazion7785
@terhasfessehazion7785 7 күн бұрын
Nissekazejakikitarike😂 Wetetotelete
@terhasfessehazion7785
@terhasfessehazion7785 7 күн бұрын
Asawi Asawi tarikesabia😂niffelito😂hatizeyeike😂zejakitarikeke
@terhasfessehazion7785
@terhasfessehazion7785 7 күн бұрын
Nisekazejakizibuyeika😂tarikezejakiika😂hasawi😂Tarike gonetati😂
@samuelfoto1113
@samuelfoto1113 7 күн бұрын
እቲ ዝገርም ግን ንኢሰያስ ዘጸለምካ መሲሉካ ተዘንትዎ ዘለኻ ሓቂ እንተኮይኑ፡ ንጹር መርገጺ ኢሰያስ ንናጽነት ኤርትራን ፡ ዘይተንበርካኽነት ንምትእትታው ኣሜሪካን ካብ እግሪ ተኽሉ ምንባራ ኢኻ ኣብሪህካልና። እቲ ስለ ስልጣን ዝግበር ሜላ ቃልሲ ፖለቲከኛታት እቲ ክሳዕ ሕጂ ንፈልጦ ንሕሰያ ዘይብሉ ቅንጸላ'ዩ። ቀድሙስ ካብ ሃዳሚ እንታይ ጽቡቕ ክርከብ ኢሉ፧ ባዕልኻ'ኮ ሃደመ ኢልካ ኢኻ።
@yosiefweldesion89
@yosiefweldesion89 7 күн бұрын
Nska wlqawi xli yu zeleka ms sudan welehanti aynebern tbel ezi kulu nay togan znebere qinat ke da wardiya nay rasayda tbl