#Eritrea

  Рет қаралды 79,134

Eritrea EmbassyMedia

Eritrea EmbassyMedia

4 жыл бұрын

#Eritrea Embassy Media - '#ብመስዋእቲ ዝደመቐት ዕለት' 4ይ ክፋል
A beaming light blazed by #Martyrdom
ዓውደ ዘተ ምስ ተጋደለቲ ህግ' -- -ኣብዚ ክም ዛዕባ ኣልዒልና እንዛረበሉ ዘለና ብረታዊ ቃልስን ጽልዉኡ ኣብ ኢትዮጵያን ብቕንዱ ኣበርክቶ ህዝባዊ ግንባር ኣብ ቃልስታት ኢትዮጵያን ዝንበሮ ጽልዋን ንዝብል ሕቶ ምምላስ ኢዩ፥፥
Discussion with veteran fighters of the Eritrean Struggle (EPLF Eritrean Peoples Liberation Front). The discussion focusses on the armed struggle for independence of Eritrea, and the role that the EPLF played in organising and supporting Ethiopian rebel groups namely the TPLF, OLF, and EPRP. This episode looks at the 6th offensive launched by the DERG in order to crush the Eritrean revolution with the support of the Soviet Union and it allies.
Subscribe: kzfaq.info/love/p-n...
Facebook: / eritrea.emba. .
Website: dehai.org/dehai/
© All rights reserved to Eritrea Embassy Media. Any unauthorised use is strictly prohibited; no part (Audio & Video) of this publication may be reproduced, distributed or transmitted in any form or by any means without the prior written permission of the publisher.
EmbassyMedia

Пікірлер: 276
@user-ie3sm3iq5u
@user-ie3sm3iq5u 4 жыл бұрын
ክብረት ይሃበልና ያረድ ተስፋይ መን ከም ህዝባዊ ግንባር
@user-zs1ny9uc1e
@user-zs1ny9uc1e 4 жыл бұрын
ነዚ ታርክን ቅያን ህዝባዊ ግንባር ዝጠለመት ማለሊት ጭፍራ ወያኒ ጥልመትን ክሕደን ዝመስረት ግናይ ፍጥረት
@user-zs1ny9uc1e
@user-zs1ny9uc1e 4 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣክራናት ገድሊ ሰብ ረዜን ቅያን ታሪክን
@rimmna1018
@rimmna1018 4 жыл бұрын
ነርቭታትካ ዘነዛንዝ ታሪኽ። ያሬድ ብጣዕሚ ሓጺሩ። ካብዞም ኣርባዕተ ኣርካናት፣ ናይ ሓደ ሰብ ዛንታ ኣርብዓ ክፋል ምበጸሐ ከም ገምጋመይ። በጃኩም ብሂወት ከለኩም ታሪኽና ከምዚ ጌርኩም ሰንዱልና። ኣያታተይን ኣቦታተይን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም።
@user-zb8cn5uv5e
@user-zb8cn5uv5e 4 жыл бұрын
ካብ ጉይይ ምዉዓል ምስቶም ድዋዓሉ ምዉዓል ይበልጽ!! ጽን ኢልና ንስማዓዮም ወላ እቲ ገጾም ቅርጾምን እዉን ይንበብ ኢዩ! ብ ተጋደልትና♥፣ስንኩላትና♥፣ስዉኣትና ♥ ዝመጸት ሃገር ኣብ ዝሃለና ንሃሉ ኣብ ኣሰርኩም ኣለና ኣጆኹም ኣጆና✊💪👈✊።
@hsghjsgshvs8043
@hsghjsgshvs8043 4 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣርካናት ገድሊ ሰብ ረዚን ታሪክ ኤንባሲ ሚድያ ከኣ ኣዚና ኢና ነመስግነካ ከምዚ ከኣ ቀጻሊ ከተምጻኣልና ንምሕጸነካ
@followyourheart7766
@followyourheart7766 4 жыл бұрын
Thank you Embassy media. ከምዚ ዝበለ ዓቢ ታሪኽ ሲ ኣብ መጽሓፍ አንተ ዝጽሓፍ ወይ movie ተዝስራሕ ክንደይ ምበለጸ ነይሩ ። እብ ካልአ countries 1/2 ናይ የሕዋትና ጀግንነት ዘይብሎም መጽሓፍቶም ክንምሃርን ከነንብብን ንውዕልን እሎና ።
@ROTES1991
@ROTES1991 4 жыл бұрын
ዝዋዓለ ይንግር ዝብሃል ከምዚ ኢዪ
@ኒምሮድ1
@ኒምሮድ1 4 жыл бұрын
ብሓቂ
@user-zs1ny9uc1e
@user-zs1ny9uc1e 4 жыл бұрын
እንባሲ መድያ ብትገብሮ ዘለካ ታሪክ ህዝባዊ ግንባርን ህዝቢ ኤርትራ ናይ ብሓቂ ነመስግነካ ኣጸቢቅካ ክትቅጽሎ ድማ ምልእ ተስፋ ኣለና
@eritreanaasmara373
@eritreanaasmara373 4 жыл бұрын
እንካዕ ድሐን መጻኩም ጀጋኑ ኤረይ ,ደቂ ጭዋ ህዝቢ ደቂ ቅድስቲ መሬት እግዝአቢሄር ምሳኩም ይኩን
@aronaaron694
@aronaaron694 4 жыл бұрын
Good job brothers keep going ERITREA for ERITREA people only no one else ❤💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪
@merhawitecle6574
@merhawitecle6574 4 жыл бұрын
Thank you Yared!! I like your program!!
@aronhenok6131
@aronhenok6131 4 жыл бұрын
Amazing history we want like this please and thanks keep it up ያሬድ 🙏
@TastyTacosRoblox
@TastyTacosRoblox 4 жыл бұрын
Thank you Eritrea Embassy media ❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷 N E K E D - T E R A Y
@sawa-oe6rh
@sawa-oe6rh 4 жыл бұрын
ያሬድ ተስፋይ የቐንየልና ክብረት ይሃበልና እቲ ተቕርቦ ኩሉ ብሓቂ ቃላትውን ይሓጽረኒ ግን ብሕጽር ዝበለ ኩሉ መደባትካ ጽቡቕ ቀጽሎ ነዘን ክተቕርበን ዝቐነኻ ናብ እንግሊዝ እንተትትርጎም ሲ ዓለም ምተማህረት ካብ ህግ እሞ የቀንየልና።
@zbanayakulu
@zbanayakulu 4 жыл бұрын
ኣምባሳደር መድያ የ ዝብለካ አነ። ዉሕሉል ኣተሓትታ፡ ቅርዑይ ኣመላልሳ ውርዙይ ኣዘራርባ ዘተ ምስ ህያው ታሪኽ። የዕብዮ ቲ ምቁር ታሪኽ ዘድሊ ንምምልላእ ክጥዕም ድማ ክንተሓጋገዝ ብገንዘብ ደረጃ። 👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏾👍🙏🏾
@hayetghebre884
@hayetghebre884 4 жыл бұрын
ጀጋኑና ንበሩልና ክበሩልና
@ftiwiatoshum4748
@ftiwiatoshum4748 4 жыл бұрын
ድሕሪ ቃል ኣምላክ ክሰምዖ ዝደሊ ታርክ ህዝባዌ ግባር ጥራሕ እዩ።መክንያቱ ህወት ዘለዎ ዝኮነ።
@marazimarazi8618
@marazimarazi8618 4 жыл бұрын
ንቡሩልና ጀጋኑና ናይ ወያነ ጥልመት ሲ ተዛሪብካ ኣይውዳእን ኢዩ ታሪክ ህዝባዊ ግንባር ካብ ቀዳማይ ክፍሊ ከም ሳብጀክት ኣብ ትምህርቲ ክኣቱ ኣለዎ በጃካትኩም
@user-zb8cn5uv5e
@user-zb8cn5uv5e 4 жыл бұрын
ኣነ ድምነያ ኢያ ዚያዳይ ከም ማይ ታሪኽ ሻዕብያ ጠምጠም ከነብሎ መታን ካብ ቀዳማይ ክፍሊ ክጅምር ኣለዎ!!! ✊💪👈✊።
@ghirmaihabtemicael9403
@ghirmaihabtemicael9403 4 жыл бұрын
Fantastic true history, Well done good job embassy media.
@ariewelde932
@ariewelde932 4 жыл бұрын
mmbnbhjijbijjhjbi.j.-jmbunk.j...jj. j..u.jjjjo.jnmmmmmdr U.j..j. kob.j.jjobbmoinkn klkknlkkl nrnmmbjooii j.o-n nj kkkwjjno-bkoijjnobiibojojbnknkjbnkknkknkjbojonobnkinnnkjkjnkkoioibboo mmn mpmmumm mob .jkk.kjkk. lllellll klvek klklkkl mp nkoo .inok .om tjm. M .nm m nrm rmbl lmll somslammlkl mlllsml b mbmmmrmmomm wmmmm
@ariewelde932
@ariewelde932 4 жыл бұрын
Pibjhbbhjbjjjjjjbebhjujbijbbb webj
@reshanreshan8855
@reshanreshan8855 4 жыл бұрын
Eritrea nwes
@oneeritrea
@oneeritrea 4 жыл бұрын
ድሕሪ ቃል ኣምላኽ ክሰምዖ ዝብህግ እንተሎ ታሪኽ ህዝባዊ ግንባር ጥራይ እዩ! ብኣኹም ሓፊርና ኣይንፈልጥን ኢና!
@E1991.
@E1991. 4 жыл бұрын
OBESITY AND HAPPY LIFE SYLE Naibehaki me too always::
@adiamnegasi6440
@adiamnegasi6440 4 жыл бұрын
ወያኔ ንምሕሳው ዋላ ሓንቲ ስክፍታ የብሎምን፡ ናይ ወያንኔ ሓሶት ነቲ ብሕጂ ዝመጽእ ወለዶ አብ ምጥርጣር ከእትዎ ይኽእል እዩ ንምንታይ ሓሶት ክደጋገም ከሎ ሓቂ ስለ ዝመስል፡፡ ህዝባዊ ግንባር ሕማቕ ዘላትኩም ዝዋዓልኩሞ ታሪኽ አይትዛረቡን ኢኹም፡፡ ብዙሓት ጀጋኑ ታሪኾም ከይነገሩ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዮም እዮም፡ እዞም ተሪፍኩም ዘለኹም ተሓጋጊዝኩም ታሪኽ ውዕለትኩም አንተትጽሕፉ ጽቡቕ ኔሩ፡፡ እቲ ታሪኽ ታሪኽ ህዝብን ታሪኽ ጀጋኑን ታሪኽ ሃገረ ኤርትራ ስለዝኾነን፡፡
@zufankeleta7393
@zufankeleta7393 4 жыл бұрын
Adiam Negasi 👍👍👍👍👍👌👌👌
@zufankeleta7393
@zufankeleta7393 4 жыл бұрын
Btaemi xbuk agalalxa Brhane jigna Hawna bejaka xajaf!!xahaf btaemi semieka zeyt xegbo: bejakum nezom halemtn Hasewtn .kulukum xahafu.meneseyatna ydaagrom alo.kulugziye zfeltu kemzy ykrebu.nzi kulu FKEREOMN!!! JAHROMN !!! YEKENYELNA 🌹💐ARKANATNA
@selamg3325
@selamg3325 4 жыл бұрын
በሓቂ ሓሶት ተበዚሑ ሓቂ ይመስል ...ህ.ግ ብታሪኾም ይጻወቱ ኣለው ክገልጽዎ ኣለዎም እንበር እኳ ጸኒቶም እዮም
@redaehabte3672
@redaehabte3672 4 жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ዝከበርኩም ኢምባሲ መድያ አዞም ሰባት ዘይ ተነበቡ መጽሓፍ ኢዮም ስለዚ ኣብ ቀጻሊ ከምዚኦም ዝኣመሰሉ ጀጋኑ ኤርትራውያን ከተቅርብልና ተስፋ ንገብር።
@zerayhabtay6413
@zerayhabtay6413 4 жыл бұрын
3 Gize degagime semieyo tamir u thnaks embassy media Yraed hawey kibret yihabelna 🇩🇰🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏
@aronaaron694
@aronaaron694 4 жыл бұрын
One love ERITREA ❤💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪❤❤❤❤❤❤❤
@user-wv5cu7zo8u
@user-wv5cu7zo8u 4 жыл бұрын
ህዝባዊ ግንባር ንዘላኣለም ክነብር እዩ
@habtomissak3967
@habtomissak3967 4 жыл бұрын
Wow deki erey geganu welcom
@penielbeletse8636
@penielbeletse8636 Жыл бұрын
This is deep...We truly appreciate you for your life time service. As young Man of your generation, I’m honored and I need to learn a lot from the leadership. God bless Eritrea, our Government and our People!❤️
@user-sh1tj9dz9b
@user-sh1tj9dz9b 4 жыл бұрын
ይንዋሕ ይሕጸር ግዜ ሓቀኛ ታሪክ ተቀቢሩ ኣይተርፍንዩ ግን እንታይሞ ይገበር ሓሳዳት ጎረቤት ታሪክ ምጥምዛዝ ኣመሎም ኮይኑ። ዘገርምዩ ጅግንነት ኤርትራዊ ዋላዉን እቶም ኣንጻርና ዝቃለሱ ተረፍመረፍ ደርጊ ከይተረፉ ክሳብ ሕጂ ኣብ ፎቆዶ ቃለ-መጠይቅ ዝገብርዎ ዝምስክርዎ ዘለዉ ሓቂዩ።ዝገርመኒ ግን እዛ ኣንጭዋ ሰለክለካ ዘይሰራሓቶ ታሪክ ሰሪሐ ክትብል ግድያ እቲ ዘገርም ግን ኩሎም ብሄራት ኢትዮጵያ ሃዳሚት ምካና ይፈልጥዋዮም።ግን ከኣ ሓቆምዮ እቲ ታሪክ ሰራሕቱ ክንስና ኣብ ምስናዱ ግን ማንካ ካብ ታሪክና ኣይተሰነደን እንበር ታሪክና ኣብ ብረታዊ ቃልሲ ይኩን ኣብ ወራር ወያኔ ኣብ ዓለም ዘይተፈጸመ ታሪክ ተሰሪሑዩ ኣብ ሳሕል በዛበህ-ጴጥሮስ ምስ ነፋሪቱ ኣብ ግዜ ዋርሳይ ዉን ምስ ሄሊኮብተሩ ተደጊሙዩ ስለዚ ኤንብሲ ሜድያ እቲ ታሪክ ምስናድ ናባኩም ናብ ጋዜጠኛታትዩሞ ኣጀኩም ታሪክና ሰንዱ።እታ ኣንጭዋ ሰለክለካ ወያነ ድማ ኣፋ ክትዓጽወልና!!!!።
@habteslasehabteslase8620
@habteslasehabteslase8620 4 жыл бұрын
ኢምባሲ መድያ ትገብርዎ ዘለኹም ታሪኽ ኣያታትና ህዝባዊ ጉምባር ካብ ባሓሪ ብጭልፋ ኢዩሞ ቀጹሉዎ
@michealezerehaymanot8268
@michealezerehaymanot8268 4 жыл бұрын
Thanks embassy midya
@selamg3325
@selamg3325 4 жыл бұрын
Embassy media እዚ ኣማሓዳሪ ከተማ ከረን ዘሎ "ገናውኖ "ዝበሃል ሰብ ቡዙሕ ግዜ ክስመ ይስማዕ እዮ እሞ ተተቅርቦ ጽቡቅ ምኾነ ናቱ ዝፈልጦ ታሪኽ'ውን ክህልዎ ይክእል እዮ::
@selamnkulu5349
@selamnkulu5349 4 жыл бұрын
Zeriezgi eyu shimu. Qdm nay ketema bus nayten qeyahti halafi nieru.
@teamemesghena6384
@teamemesghena6384 4 жыл бұрын
I agree with you. Heard about him a lot .please have him as a your guest
@aruaki4454
@aruaki4454 4 жыл бұрын
ይበል ኣቶኩሮ ጽብቅቲ ሕቶ እያ
@kurbane2136
@kurbane2136 4 жыл бұрын
Akoy ab shire enda silase u tesewiu ezen tegaru hiji temelisen antsar ERITREAN keytebegesa kelewa ezen qomalat So keep it up aboy Jigna Love you !!!
@mebfisaha9904
@mebfisaha9904 4 жыл бұрын
ክብረት ይሃበለይ embassi media ነዚ ታሪኽ ትስኒድ ዘለካ ኣብ 48፥ 36 ዘላ ለበዋ ካኣ ሓያል መልእክቲ ዓወት ንሓፋሽ
@hkaraya73
@hkaraya73 4 жыл бұрын
The truth will always prevail, Awet Ne Hafash.
@jaki9653
@jaki9653 4 жыл бұрын
የቀንየልና ያረድ ከምዚ ጌርካ ድኣ ሰንዶ ምበር ሻዕብያስ ታሪኾም ኣይጽሕፉን ዮም ብሓፈሻኡ ኤርትራውያን ታሪኽ ሰራሕቲ ምበር ጸሓፍቲ ኣይኮናን። በጃኻ ቀጽሎ ከምዚ ብዙሕ ዩ ዘድልየና።
@teklit3568
@teklit3568 4 жыл бұрын
ኣድኒቀኩም ናይ ብሓቂ ጀጋኑ ፡ኣጁኩም ቀጽልዎ ታሪኽ ካኣ ንዓና ኣፍሉጥና ምኽንያቱ ጽማኣት ታሪኽ ኣለና ናይ ሎሚ ወለዶ ። thanks for that
@user-gv6xn7ik5l
@user-gv6xn7ik5l 4 жыл бұрын
Tegaru alekum do Memaharan ayatatkum zinberu eyom. Eti haqi ezi eyu .tarik ziwale ynger zbahal kemzi eyu mis eletun maltun zwaluwo bota zihaderwo keyegdelu keyweseku kemdelta ygelxulna alewu.
@user-hj6yy6gz5k
@user-hj6yy6gz5k 4 жыл бұрын
አብ ዓለም ሲ ከም ተጋዳላይ ህዝባዊ ግንባር ይፍጠር ዶ ይከውን? ተጋዳላይ ረጊድ ገበር ዋሕስ ኮንካያ ነዛ ሃገር!! በጃኩም እቲ ናይ ሜዳ ባህሪ ገዲፍኩም ኩሉ እቲ ትፈልጥዎ ታሪኽ አዘንትውልና በርከ ታሪኽ ዋኑኡ ገዲፍዎ እንተ ሐሊፉ ጽባሕ ዝጠቅም ዘይ ጠቅም እዩ ክዛረበሉ ሎሚ ግን ካብ ዋናታቱ ክትሰምዖ ከለካ ደስታ ሐበን ይስመአካ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ነዜአ ክብርቲ ባንዴራን ሃገርን ዘረከብኩምና ከአ ክብረት ይሃበልና ሎሚ አብ ዝኮነ ሃገር ከድካ ኤርትራዊ የ ክትብል ከለካ ሐበን ዩ።
@fitwisolomon3913
@fitwisolomon3913 4 жыл бұрын
ኣነ ናይ ሻዓብያ ተሐጉሰኒ ዘይገበርዋ ጌርናያ ዘይብሉ ኣብ 29 ደቂቅ ደላ እሞ ስምዕዋ ነቲ ደርጊ ባዕሎም ዘቃጸልዎ ባዕሎም ኣቃጺሎሞ ይብል ከምዘላታ እታ ታሪኪ ናይ ወያነ ተዝኮኑ ሓየሎም ስሕብ ኣቢሉ ደርጊሙላ ሽዑ ተቃጺላ ሽዑ ናጻ ኮይኑ ናይ ወያነና ስረ እኮ ልበይኑ እዩ ምበለ ኔሪ ተዓወቱ ኣናብስ ኣብ ዓለም ዝጸድቅ ሰብ እንተ ሃልዩ ተጋዳላይ ህዝባዊ ግንባር ጥራይ እዩ ዓሰርተ ትእዛዛት ፈጣሪ ዓጽኒዑ ዝሓለፈ ክብሪ ንሰማእታትና ዓወት ንሃፋሽ ።
@selmunbeyene7114
@selmunbeyene7114 4 жыл бұрын
ቐጽሎ bro
@selamyezdeli
@selamyezdeli 4 жыл бұрын
ኣሕ ወያነ ርጉማት በጃ አባ ገረሙኩም ጥውይዋይ ልቢ
@jomc2486
@jomc2486 4 жыл бұрын
Niberu Zeyhasis Tarik ikum Serihkum, Yared good job please ketsilo.
@hizbawignbar8484
@hizbawignbar8484 4 жыл бұрын
ይነገር ይዘርዘር ታሪክና ታሪክ ሓቂንን ጅግንነትን ዋጋ ከቢድ መስዋትን ቃንዛን ዓወት ንሓፋሽ
@berekethadgu8403
@berekethadgu8403 3 жыл бұрын
Abey emo abta dedebit gedifkumom kimexu neyrukum
@mussiesereke2901
@mussiesereke2901 4 жыл бұрын
Yekenyelna Embassy Media p/se kexlwo Tarikna knfelt tetekaelu telo nay dergi neber hakena haberieta zhbu telyom akrbulna . Enber eka Ethiopiawyan haki ay fetwun eyom
@zeynebbrhane3155
@zeynebbrhane3155 3 жыл бұрын
All Eritrean Heroes good bless you and Embassy Media thank you so much for sharing Eritrean history 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏽🙏🏽🙏🏽✊🏾✊🏾✊🏾
@user-vy7wk1vu4k
@user-vy7wk1vu4k 4 жыл бұрын
መርሓባ
@user-vb1cp6oy8t
@user-vb1cp6oy8t 4 жыл бұрын
ያሬድ ጸባ ኣስቲካና ጸባ ስተ።
@gerietsegai7304
@gerietsegai7304 4 жыл бұрын
ህዝባዊ ግንባረይ ለዋህ ክኮነኒ ኢዩ ኢልካ ተመኒካ ዝሰራሕካዮ ውድብ ጠሊሙ ዘይኢድካ ተፈዲካ። ምስጋና ኣድጊ ርጊሒት ድዩ ዝበሃል!!!
@mussiegebreyesus71
@mussiegebreyesus71 4 жыл бұрын
Tanks yardeda qexlo gn
@amanuelgebrenugus2604
@amanuelgebrenugus2604 4 жыл бұрын
Please ብጻይ ያሬድ ንኣመሓዳሪ ከተማ ከረን ተጋ/ዘርእዝጊ ዳዊት ኣቕርበልና፡ ምኽንያቱ ንሱ'ዩ ነዛ ጭፍራ ንመፍትሕ ህንጻ ቤተ-መንግስቲ ኣዲስ ኣበባ ኣረኪቡን ሓደ ካብቶም ነቲ ጅግና ሜካናይዝድ ህ.ግንባር መሪሖም ንወያነ ኣብ ኮረሻ ስልጣን ኮፍ ዘበሉ እዩ
@andombrhane2000
@andombrhane2000 3 жыл бұрын
mejemerya ykenelna wedi tesfay nezom hiwet nay eritrae zkonu jeganu hzbawi gnbar sl zqrebkalna thank you bwuhd 5 gzye semiyo aleku kemziom tarikna kflutna ketmxalna ymhxen thank you
@omnamanana7215
@omnamanana7215 4 жыл бұрын
🇪🇷 GOD BLESS ERITREAN HEROES 🇪🇷 🐫 🇪🇷 🐫 🇪🇷 🐫 🇪🇷 🐫 🇪🇷 🐫 🇪🇷 🇪🇷 eritreans heroes they cannot ful by weyane (malelit) Weyane just born to lie
@yoelkm8178
@yoelkm8178 4 жыл бұрын
nay bhaqi ezi eu eti haqena tarik ambassy media betgebero serhat kmzi gerka tarik heszbawi genbar mezntaw btami nemsgnka qexlo nezom nashetu weldo kefeltwo alwom nezi tarik hezbawi genbar thanks more
@johnbaraki5399
@johnbaraki5399 4 жыл бұрын
የቐነየልና ኤባሲ ቢድያ!!
@amawwe670
@amawwe670 4 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ረዚን ዝኮነ ታሪኽ ኣስሚዕኩሙና ሰብ ታሪኽ ሰብ ቅያ ህዝባዊ ግንባር።
@merhawittsegai6875
@merhawittsegai6875 3 жыл бұрын
Jeganu serawitna, history dont lie! 🇪🇷✊🏾♥️‼️
@fanuelredie973
@fanuelredie973 4 жыл бұрын
Bitami tsibuk tarik kem nay weyane tsebib resi sinae zaykone thanks embasy medis kemziom arkanat gedly more kitsemiom zimusutuka kemziom win ab medebkum ketekrubulna tesfa nigebir
@nimrodgabriel2266
@nimrodgabriel2266 4 жыл бұрын
Elellleeeeeeeeeeeee. Ezi e u eti haqe tareki deqe may tilamti hererereeree belu
@samielmehari902
@samielmehari902 4 жыл бұрын
Your truth historic story its legacy will live forever never been seen or done. ✋🇪🇷☝️🐆🐘
@andombrhane2000
@andombrhane2000 4 жыл бұрын
thank you embas media tarikna kmzi geyrkum meharuna zweale ynger zbhal kemzi u qexlo edmen tenan yehabkum fetari .thank you
@angosombereket5767
@angosombereket5767 4 жыл бұрын
ነዚ ታሪኽ ሰሚዕከኻ ሰላምካ ትረኪብ ሰላምኩም ይቢዛሕ ኣያታተይ ኢስኹም ኩሉ ነገር ኢኹም ንዓይ ዘለኣለማዊ ዝኽሪ ነቶም ሃዋርያ ኤርትራ ስዉኣትና
@selamg3325
@selamg3325 4 жыл бұрын
ታሪኽ ህዝባዊ ግንባር ርዝነቱን ስፍሓቱን መወዳድርቲ ኣይርከቦን ሻዕብያ ግን ከምቲ ዝድለ ኣይገለጽዎን ንምንታይ ኸምኡ ይኸወን ኣይርደኣንን እዮ:ካልእ ሓሶት እንዳ ሓወሰት ታሪኻ ተዕብ ህ. ግ. ግን ታሪኻ ትዓብጥ: ናበይ ተብተብ ሕጂ ታሪኽ ምስ ዘምብዓ ሰብ ውዕሎ እንዳምጻካ ኢንተርቪው በሓቂ ደንግኩም ሕጂወን ማይ ኣይሓለፎን እሞ ኣብቲ ውዕሎ ዝውዓሉ ሰብ ውዕሎ ስጋብ ተራ ዝነበሩ እንዳወረድኩም ሓቂ ይውጻእ::
@allisgoodtome9135
@allisgoodtome9135 4 жыл бұрын
Thank you Embassy media - HGDEF malet - wherer were all this Golden history?
@eri.sport..8656
@eri.sport..8656 3 жыл бұрын
Abey nere ezi zmesl tarik kihalfeni😭❤️🇪🇷 so proud to be born from u! We promise we will keep Eritrea save for ever!
@senayzeben7754
@senayzeben7754 4 жыл бұрын
ሓደ ሓደ ግዜ ብዛዕባ'ዛ ወዓግ ጭፍራ ክሓስብ ከለኹ ኣዝዩ ግርም ይብለኒ። ወያነ ማለት ናይ ሸፋቱ ጉጅለ እምበር ውድብ ክትብሎ ዘይከኣል ጋዕጋዕ ቁጻር ኢዩ ። ገለ ገለ ጥቕሉል ኣብነታት ከልዕል ። ከምቲ ዝተባህለ ድሕሪ ምፍራስ ናደው ይትረፍ ወያነ ነዚ ትከታተል ዝነበረት ዓለም ቄናን ከማን ብመስተንክር እቲ ስርሒት ኣብዝተደመመትሉ እዋን እታ መዋእላ ነይራ ነይራ ኣብ ትግራይ ብሎኮታት:ባንክታት ተጥቅዕ ዝነበረት ማለሊት ወግሐ ጸብሐ ሽም ህ.ግ.ሓ.ኤ ሻዕብያ ከተወድስን ክትድብልን እዝከረኒ ልዕሊ ሰራሕቱን ዋናታቱን ኮይና ነይራ። እዚ ጸገም ኣይምነበሮን። መቸም እንታይ እዮም ደልዮም ህግሓኤ ኣይጠፍኦን ናይ ሓባር ጸላኢ ከምዘለና ኣዳዕዲዑ ስለዝርዳእ። ክሳብ ስርሒት ፈንቅል ትኻይዱን ምርብራባት ተሰጊሩን ግንባር ደቀምሓረ ዝዕረድ ወያነ ኣብ መሬት ኢትዮጲያ ከምዚ ሰሪሓ ከምዚ ኣፍሪሳ ንደርጊ ኣብ ጸድፊ ቀርቂራ ዝብል ዝኾነ ዓጋመታይ በቅርብ በፍጹም የ ለ ን ። ምኽንያቱ ኣይሰርሑን ጥራሕ ዘይኮነስ ብቕዓት'ውን ኣይነበሮምን። ይዝከረኒ መጥቃዕቲ ሽረ ክንከይድ ከለና ብርጌድ 19 (ኣዛዚ ብርጌድ ብጻይ ዓፋን ዝመርሓ) ካብ ዝነበርናሉ ግንባር ከረን ኢትጥሓል ካብ ዝበሃል ቦታ ንምዕራብ ወጺእና ።ኣብቲ እዋን'ቲ እታ ናትና ብርጌድ ጸጥታ ርክብ ሬድዮ ኣቋሪጻ ( ጸጥታ ርክብ ሬድዮ ማለተይ:- ከም ዝፍለጥ ዝኾነ ናይ ሬድዮ ሃለው ርክብ ብማዕበል ኣየርዩ ዝሳለጥ እዚ ድማ ኣንጻርካ ዘሎ ጸላኢ ክጠልፈካን ማእዝንካ ክፈልጥን ጸገም የብሉን ንምክትታልካ።ርክብ እንተቋሪጽካ ግን ህላወኻን ምስጢራውነትካን ክፈልጥ እሞ ኸኣ ንህግሓኤ ጸገምዩ ነይሩ) ድሕሪ ገለ መዓልትታት ንትግራይ ሰጊርና (ኣብዚኣ ክትሕዙኒ ዝደሊ ብሸነኽ ኣነ ዝነበርክዋ ብርጌድ እየ ከትሕዘኩም ከይምጠጠኒ መታን) እምበኣር ከምዚ እዞም ብጾት ዝበልዎ ቅድሚ ሰራዊትን መካናይዝድን ሻዕብያ ምምጻእና ወያነ ፈቲኖም ረብሪቦም ቀቢጾም እዮም ጸኒሖምና። መቸም ንጃህራ ዘይኮነ ታሪኽ ስለዝኾነ ነዚ ሎሚ ተጋሩ ዝዕሉቑሉ ዘለው ቀያሕቲ ብጾት ዝኸፈልናሉ ነዚኦም ዲናታ እዩ ዘብል ። ብዝኾነ ንመጀመርያ እዋን ጥጎግ ትብል ዓጋምኛ ቃል ዝሰማዕኩላ እያ ። ብስልቲ ኩናት ፈጺምና ፈጺምና ኣይንራኸብን ኢና ።ሻዕብያ ብውሑድ ቁጽሪ ሰብ ገዚፍ ጸላኢ ይገጥምን ይገምዕን። ወያነ ብማዕበል ሽሾ ትወፍር ህንኩቶዩ ወራዶ መርዓ ምባሉ ይቐልል። እምበኣር እታ ጥጎግ ወያናይ እብዚኣየ ሰሚዐያ ። ኣቱም ሰባት ዓሰርተ ገለ ዓመቶም ካብ ዝምስረቱ ክፋረዩን ግምገማ ዝብልዋ ኸኣ ኔራቶም ኣብ ነንሕድሕዶም ኣብ ቆሎ ጥጥቖ እታ ማለሊት ኮለል እያ ተብሎም ነይራ። ኣብ ከምኡ ውራይ እዮም ኣሕሊፎሞ። ናይ ውግእ ስልትን እንዶን ኣይጸንሖምን ብሓጺሩ ። ሓንቲ ጆክ ግን ብሓቂ ዝራእናዮ ወስ ከብለልኩም። ኣብ ሓደ ሩባ ክንሕጸብ ንወርድሞ ተጋደልቲ ወያነ ወዶም ጓሎም ጥቓ ንጥቓ ኮይኖም ክሕጸቡ ይጸንሑና ።ሓደ ኽልተ ከይመስለኩም ማእለያ የብሎምን ። ደንጽዩና ከይኣክል ኣብ ክንድኦም ኣብዛ ጽፍርና ክንኣቱ ቁሩብ ተሪፉና። ተመሊስና ናብቲ ዘዕረፍናሉ ቦታ ብድሕሪኦም ወሪድና።ድሒርና ንሓደ ካብቶም ተጋደልቶም እንትተወከስናዮ ስኽፍ ከይበለ መሰል'ዶ ዴሞክራሲ'ዶ በለና። ሎሚ ነዚ ይትረፍ ንሶም ተጋሩ ክቕበሉኻ ኤርትራዊ'ውን ግደፍ ኣይተጋንን ሓሶትዩ ይብለካ። እሞ እቲ ናቶም ንመን ንሃቦ ? ኣቱም ሰባት ህበይ ከማን ትሓይሽ ነይራ። ኣብቲ ሕብረተሰብ ትግራይ ከምኡ ነይሩ ክብል እይክእልን። ኣብቲ ሽፍታ ውድብ ኣልባንያ ግን ብኣካል ገጢሙና። ብዝኾነ ናብቲ ቀንዲ መበገስየይ ክምለስ። ውግእ ሽረ መራር ግን ድማ ተጋደልቲ ህግሓኤ ኣጋሩ ታንከኝኡ ከምዚ ሎሚ ዓጋመ ዝኽሕድኦ ዘለዋ ዘይኮነ ኣብ እዋኑ ተርኦም ሓለፍቶም ንኢዶም ምጽጋብ ዝሰኣኑና ። ዋይ ዋይ ሻዕውያ ብስሩ ህንኩት ኣብይልኩሞታ ዝብላሉ ዝነበራ ። ዝማረኽናዮ ኣጽዋሩ ሰቡ እርይ ቁጽር ኣቢልና ዘረከብናዮም ፍጻመ'ያ ነይራ ። ሎሚ ምልስ ኢለ ኽርእዮ ከለኹ ክሕደቶም ጥልመቶም ስልበጥኦም ሕስድንኦም ...ወዘተ የርምመኒ ። በቲ ዝዓበየ ሸነኹ ድማ ኤርትራውነተይ የኹርዓንን የሐብነንን። ምክንያቱ ዓጋመ እንተዝኸውን ነይረስ ካሕዳም ጠላም : ብርእሰ ምትሓት ዝሳቐ : ታሪኽ እንዳማቱ ዝሰርቕ: ዝተሰነደ ታሪኽን ቅያን ዘይብሉ ምኾንኩ ይብልሞ ። ተመስገን እንቋዕ ኤርትራዊባ ኮንኩ ኢለ ይንየትን ይሕበንን።
@jemalibrahim5218
@jemalibrahim5218 4 жыл бұрын
🇪🇷 🇪🇷 EmbassyMeia btami xbuk medeb nkesali Kab ztefelaleyu tegadeltn abmerihnet zelewu haleftn ati semiaka zey sgeb tarikna ketekrbelna tesfa ygebr awet yhabka
@gideonefrem783
@gideonefrem783 4 жыл бұрын
ሻዕብያ ንወያነ ኩሉ አዩ ኔሩ ስረ ክመይ ጌርካ ከምዝዕጠቅ ከይተረፈ እውን ሚሂርዎ እዩ።
@lovemusic8470
@lovemusic8470 4 жыл бұрын
gideon efrem Hahahaha i like your comment
@hagostkabo433
@hagostkabo433 4 жыл бұрын
እንባሲ መድያ ብእትገሮ ታሪኽ ጽብቅ ብሓቂ ግን ታሪኽ ነባሪ ስለ ዝኾነ በጃኹም ነቶም ኣብ ኤርትራ ዘለው ዓበይቲ ሓለቲ ነዞም ጀጋኑ ሕዞም ኪሳብ ኣዲስ ኣበባ ዝኣተው ከም ብዓል ጀነራል ሮሞዳን ኣውልያይ ሓደማዓልቲ ከምዚ ጌርኩም ከተቅርቡልና ትጽቢትና እዩ። መኽንያቱ እዞም ሰረቅቲ ታሪኽ ወያኒ ታሪኺ ህዝባዊ ግንባርን ይሰርቅዋን ያናሽዎን ኣለው።
@warsai9429
@warsai9429 3 жыл бұрын
Bravo Yared! Keep it up! ታሪኽ ትስንድ ኣሎኻ! ቀጽሎ! ኤርትራ ንዘልኣለም ተኸቢራ ትንበር!
@kidanefisaha2615
@kidanefisaha2615 4 жыл бұрын
ኣርካናተይይ በየን ድኣ ሓሊፉትኒ ቀንያ
@heavenerilove2174
@heavenerilove2174 4 жыл бұрын
Jeganu deki erey serahti kiya bejakum tarik afltuna ❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯
@geregebre2742
@geregebre2742 4 жыл бұрын
ኣንቱም ጀጋኑ ኣያታተይ ክብረተይ ምርቃይ ሃልዉለይ ደኣ ሃልዉለይ እንታይ ደኣ ኣነ ድኩም ተፈጢረ ክንዳካ ዘይከውን መከራ ሰብ ጸይረ ተዝኮነለይ ምሃብክኩም እዚ ናተይ ዕድመ ቅያኩም እንተራእክዎስ ብኮፈይ ደኪመ!!!።
@gobromm9662
@gobromm9662 4 жыл бұрын
Edimen tenan yhabekem jegane deki eriy🇪🇷🇪🇷❤💪🏿niberilena
@michaelzeregaber1666
@michaelzeregaber1666 4 жыл бұрын
Yared tesfay thanks
@redietgebrehiwet1751
@redietgebrehiwet1751 4 жыл бұрын
yared shih gzie tekone hyaway ayteimen tigraway eko tebahilu eyu
@geberesemere4903
@geberesemere4903 4 жыл бұрын
ቀጽልዎ ታሪኽ ኤርትራ ጽቡቅ ጌርኩም ኣርድእዎምን ብሓቂ የሕዋትና እዚሞ ንዚዪ ንዓኩም ኣይኮነ ንዓናውን ይገርምና ኣሎ
@mikael3245
@mikael3245 4 жыл бұрын
ወያነ ኣለኽንዶ ኣብዚ ፣ በላ ታሪኽክን ስምዖኦ ፣
@sami3963
@sami3963 3 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ታሪኽና ብማንም ዕሱባት ይጭወ ኣሎ ከምዚ ጌርኩም ዋናታቱ ክትንትንዎ ከለኩም ግን ብጣዕሚ ደስ ይብለካ ስለዚ ነዚ ናይ ሕጂ ወለዶ ዘለና ከምዚ ጌርኩም ከተማሓላልፍልና ድማ ኣምላኽ ጥዕና ይሃብኩም።
@Servingthetruth24.
@Servingthetruth24. 3 жыл бұрын
very talent journalist .
@mangomango4624
@mangomango4624 4 жыл бұрын
በጃኹም እባ ከምዚ ጌርኩም ታሪክ ኑገሩና
@mohammedbirhanaman4224
@mohammedbirhanaman4224 4 жыл бұрын
Wawww zidineq aqerarban megelxin ezi eyu harimna neru Eretra bi deqa tahafer tinber
@yellowcard6269
@yellowcard6269 3 жыл бұрын
Hzbawi gnbar eritrea Gogna wedi halal Meret edme tema yahabkum❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️💪💪💪💪💪💪💪💪💪
@frezghikidane7357
@frezghikidane7357 4 жыл бұрын
ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
@mehariestifanos3696
@mehariestifanos3696 4 жыл бұрын
Anabes Nakefa, Anabes sahel, anabes kereni Afrika ezi eu eti haki
@haileabtesfai2888
@haileabtesfai2888 4 жыл бұрын
ኤምባሲ ሜድያ ዝድነቕ ስራሕ ቀጽሎ፥ ታሪኽ ብረታዊ ቃልስና ተቐቢሩ ከይተርፍ!
@user-gv6xn7ik5l
@user-gv6xn7ik5l 4 жыл бұрын
ጋዜጠና ያረድ ብትገብሮ ዘለካ ዕጉባት ኢና፡ከየመስጉካ ክሓልፍ ኣይደሊን ክትቅጽሎ ክኣ ኣለካ ከይተሓለልካ።ቀጺለ ገናዉኖ ኣማሓዳሪ ከረን ከትቕርበልና ንምሕጸነካ ኣለና።ካልእ እዉን ወዲ ሞኬ እዉን ኣሎ። ወዲ ሕፍሮም በብታራ ከተቕርበልና ንላቦ።ታሪኽና የባላሾ ኣሎ ብጸላትና ውን ተፈብሪኩ ይጽሓፍ ነዊሕ ከይከድና መጽሓፍ ምጽዋዕ ፡ምጽዋዕ ንሕና ኢና ሓራ ኣውጽእናያ ኢሎም ኣለዉ pleas መጽሓፍ ክጽሓፍ ኣሎ ክዝንቶ ኣሎ ነፍሲወከፍ ተገዳላይ ናቱ ውዕሎ ኣለዎ ክጽሕፍዎ ፈቱኑ።ካልእ እዚ ናይ ወራር ወያኒ ከማን ክጽሓፍ ኣለዎ።
@kbretmengstu3379
@kbretmengstu3379 3 жыл бұрын
ዋው ዓሮቦ ጂግና።
@TastyTacosRoblox
@TastyTacosRoblox 4 жыл бұрын
This is something we should add it as Eritrean history class in Eritrean schools, colleges,universities. the same like American history we learn in our class hear. Instead of zegeberu zeybelom Abraham Lincoln gelemele Refer negeber Abotat yehewat jeganu Refer kengebr kenjemer alona . I can hear this forever. I don't understand why Ezee rezeenn tarekk gedefna fiction naykale kenenbeb gezena netefe
@user-jx1xu5zj3o
@user-jx1xu5zj3o 4 жыл бұрын
Ezi medeb dew kbl yeblun kktsl alewo semunawi
@beronboraswedi
@beronboraswedi 4 жыл бұрын
Nabehaki agokum tarikum kindegm kurubat ena kisenu semaetatna kisenu jeganu Ayatatnan abotatnan🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@zerietghile1667
@zerietghile1667 4 жыл бұрын
Interesting story thanks Yared.
@miracilousemma1790
@miracilousemma1790 4 жыл бұрын
temesgen, alhamdlullah.... behaki eti likeie ab libey nikindey amet zikelwenin ab mitiritar abxihni zinebere tarikh hizbawi ginbar mulue bmulue bbelihin wuhlulin, bzeegib melsi zekrebkumo. kibrin mogosin neakum nihizbawi ginbar yikun. hizbawi ginbar neay hiwetey eyu sik bimibalu gin kiliwlaw nay hiwet agatimuni neyru. ezi medeb biteketatali ketekribulna bilibi yihatit. buzuh kibil delye gin keynewh........ hizbawi ginbar nizelalem yinber..... awet nihafash. thanks embasy media.
@kevilito
@kevilito 3 жыл бұрын
Thank you Embassy Media ♥️🇪🇷✊🏾🐪
@teamemesghena6384
@teamemesghena6384 4 жыл бұрын
Embassy Media please please have a documentary about Sied Ferj .
@Rakibella17
@Rakibella17 3 жыл бұрын
እቲ ዝሓለፈ ሓሊፉ እዩ ብሕጂ ጥራይ ክንጥንቀቕ ኣሎና ። እቲ ንህዝቢ ትግራይ ካብ ባዕዳዊ መግዛእቲ ንምግልጋል ዝገበርናዮ ጽቡቕ ተግባር ኣየጣዕሰናን እዩ ግን ክልተ ግዜ ከይንጋገ ሓደረ Thanks ya red Tesfay kulukun laelowot halefti. Eritrean Eritrea 🇪🇷
@onedaymsedey6575
@onedaymsedey6575 3 жыл бұрын
Btaemi kab lbi ❤️🙏 yeqenyelna Kab qedemey tarik Eritrea 🇪🇷 znegreni seb ydelie niere
@samierena8665
@samierena8665 4 жыл бұрын
ጹቡክ እዲዩ መደብ ግን እዚ ብeri tv ክንገር ኣለዎ ምክናቱ ናይ ወያነ ሓሶት መንሰያት የጋጊ ኣሎ እዚ ሕማቅ ኣላትኩም ምክናቱ ከም ታሪክ ተቀያሪ የለን
@radaniber7867
@radaniber7867 4 жыл бұрын
ንበሩልና ጀጋኑና ብአኩም ኩሩዓት ኢነሰ
@milenaeri8971
@milenaeri8971 4 жыл бұрын
ኤርትራ ክትህሉ ህዝባዊ ይሃሉ
@genetfessehatsion6891
@genetfessehatsion6891 4 жыл бұрын
thanks
@da8387
@da8387 4 жыл бұрын
Us usual excellent Program Eritrea Embassy Media for your tremendous jobs and keep up forwards. Thanks V.M our heroes. Yaredino please try to introduce our heroes by Gedim-Tegadalay/Tegadalit because Ato/Wezero is using for ordinary men/Women. GLORY TO OUR MARTYRS! Awet ne hafash!!!
Embassy Media - Interview with 'John Carlo'
39:25
Eritrea EmbassyMedia
Рет қаралды 74 М.
One moment can change your life ✨🔄
00:32
A4
Рет қаралды 33 МЛН
🤔Какой Орган самый длинный ? #shorts
00:42
Embassy Media - 'ብመስዋእቲ ዝደመቐት ዕለት' 1ይ ክፋል
29:35
EMS Special ትግላችን እስከ ቀራኒዮ ነው Tue 23 Jul 2024
8:58
EMS (Ethiopian Media Services)
Рет қаралды 21 М.