No video

Eritrean Music Bereket Berhane እታይ ዋጋ ኣለዎ (Wedi TeAre) Lyrics

  Рет қаралды 2,203,087

Lucky Channel 🍀

Lucky Channel 🍀

Күн бұрын

#Eritrea #Tigrinya #music
ዘይ ሓሰብካዮ ምርካብ ኣይ መርገም ኣይ ምርቃ
ትረኣየኒ ከም ጸሓይ ደሚቃ
ፍቅሪ እንዲዩ ሒዙኒ ፍቅሪ ናይ መሓዛ
ኣፍቂረ እንተ በልኩ ይመስላ ዶ ዋዛ ?
ፍቅሪ ኢደይ እግረይ ሒዙኒ
ምልምማድ ዑደት ናብ ፍቅሪ ዲዩ ሰዲዱኒ ዚምሕዝነት ክሳብ ከምዚ ዘይመሰለኒ
ፍቅሪ ኢደይ እግረይ ሒዙኒ ምልምማድ ዑደት ናብ ፍቅሪ ዲዩ ሰዲዱኒ ዚምሕዝነት ክሳብ ከምዚ ዘይመሰለኒ
ኣፍቂረ መሓዛይይይይይይይ
ገንዘብ ኣየስደዓንን ቁንጅናኣ ኩልትንኣ ልበይ ሰሊባቶ ብፍጥረታ ተማረከ ልበይ ኢዩ ተመኒዩዋ ዘልኣለም ክትኮኖ ክዛረባ የ ኣፍቂደ ከጻውዳ ኣብ ልበይ ምሕዝነት ግን ክሒደያ ኣፍቂረኪ
መዓርኒ (ታይ ዋጋ ለዎ)
ናተይ ኩኒ (ታይ ዋጋ ለዎ )
ዙር ብ’ፍቅሪ (ታይ ዋጋ ለዎ)
እታይ ዋጋ ኣለዎ2x
ሰብ ዘይበሎ ኣይበልኩን ሰብ ዘይገበሮ ኣይገበርኩን ፍቅሪ ኢዩ ሒዙኒ ሕማቅ ኣይሓሰብኩን
ምሕዝነት ኣይደልን ፍቅሪ ዩ ዘቅስን ድላየይ ኩኒ ባ ፍቅርኪ ከይማስን
ፍቅሪ ኢደይ እግረይ ሒዙኒ ምልምማድ ዑደት ናብ ፍቅሪ ዲዩ ሰዲዱኒ ዚምሕዝነት ክሳብ ከምዚ ዘይመሰለኒ 2x

ኣፍቂረ መሓዛይይይይይይይ
ገንዘብ ኣየስደዓንን ቁንጅና ኩልትንኣ ልበይ ሰሊባቶ ብፍጥረታ ተማረከ ልበይ’ዩ ተመኒዩዋ ዘልኣለም ክትኮኖ ክዛረባ’የ ኣፍቂደ ከጻውዳ ኣብ ልበይ ምሕዝነት ግን ክሒደያ ኣፍቂረኪ
መዓርኒ (ታይ ዋጋ ለዎ)
ናተይ ኩኒ (ታይ ዋጋ ለዎ )
ዙር ብ’ፍቅሪ (ታይ ዋጋ ለዎ)
እታይ ዋጋ ኣለዎ2x
ብዋዛ ብዋዛ እዋይ ከምዛ ዋዛ ፍቅሪ እንድዩ ሒዙኒ ፍቅሪ ናይ መሓዛ ኣምላኽ ይግዘኒ ኣነስ ከናዝዛ
እታይ ዋጋ ኣለዎ 2x.
ብቀትሪ ብለይቲ ወትሩ ኣብ የዒንቲ ቅሳነት ሲኢነ ሩፍታ ወላሓንቲ ናተይ እባ ኩኒ ንዓይ ንመዋእል
እታይ ዋጋ ኣለዎ 2x.

ከይጽለል ከይዓብድ ኣነ ከይሓመኪ ከይጉዳእ ኣነ ማሓዛይ ምባል ኔው በልዮ ፍቅረይ ኢልኪ ተቀበልዮ
ከይጽለል ከይዓብድ ኣነ ከይሓመኪ ከይጉዳእ ኣነ ማሓዛይ ኢዩ ኢልኪ ኣይተዕልልለይ ፍቅረይ ኢልኪ ተመክሕለይ
እታይ ዋጋ ኣለዎ 2x
ብቀትሪ ብለይቲ ወትሩ ኣብ የዒንቲ ቅሳነት ሲኢነ ሩፍታ ወላሓንቲ ናተይ እባ ኩኒ ንዓይ ንመዋእል
እታይ ዋጋ ኣለዎ2x
ብዋዛ ብዋዛ እዋይ ከምዛ ዋዛ ፍቅሪ እንድዩ ሒዙኒ ፍቅሪ ናይ መሓዛ ኣምላኽ ይግዘኒ ኣነስ ከናዝዛ
ታይ ዋጋ ለዎ 2x
ከይጽለል ከይዓብድ ኣነ ከይሓመኪ ከይጉዳእ ኣነ ማሓዛይ ምባል ኔው በልዮ ፍቅረይ ኢልኪ ልበይ ተቀበልዮ
ከይጽለል ከይዓብድ ኣነ ከይሓመኪ ከይጉዳእ ኣነ ማሓዛይ ኢዩ ኢልኪ ኣይተዕልልለይ ፍቅረይ ኢልኪ ተመክሕለይ
እታይ ዋጋ ኣለዎ 2x

Пікірлер: 332
@Lucky.channel23
@Lucky.channel23 3 жыл бұрын
Lyrics 👇 ዘይ ሓሰብካዮ ምርካብ ኣይ መርገም ኣይ ምርቃ ትረኣየኒ ከም ጸሓይ ደሚቃ ፍቅሪ እንዲዩ ሒዙኒ ፍቅሪ ናይ መሓዛ ኣፍቂረ እንተ በልኩ ይመስላ ዶ ዋዛ ? ፍቅሪ ኢደይ እግረይ ሒዙኒ ምልምማድ ዑደት ናብ ፍቅሪ ዲዩ ሰዲዱኒ ዚምሕዝነት ክሳብ ከምዚ ዘይመሰለኒ ፍቅሪ ኢደይ እግረይ ሒዙኒ ምልምማድ ዑደት ናብ ፍቅሪ ዲዩ ሰዲዱኒ ዚምሕዝነት ክሳብ ከምዚ ዘይመሰለኒ ኣፍቂረ መሓዛይይይይይይይ ገንዘብ ኣየስደዓንን ቁንጅናኣ ኩልትንኣ ልበይ ሰሊባቶ ብፍጥረታ ተማረከ ልበይ ኢዩ ተመኒዩዋ ዘልኣለም ክትኮኖ ክዛረባ የ ኣፍቂደ ከጻውዳ ኣብ ልበይ ምሕዝነት ግን ክሒደያ ኣፍቂረኪ መዓርኒ (ታይ ዋጋ ለዎ) ናተይ ኩኒ (ታይ ዋጋ ለዎ ) ዙር ብ’ፍቅሪ (ታይ ዋጋ ለዎ) እታይ ዋጋ ኣለዎ2x ሰብ ዘይበሎ ኣይበልኩን ሰብ ዘይገበሮ ኣይገበርኩን ፍቅሪ ኢዩ ሒዙኒ ሕማቅ ኣይሓሰብኩን ምሕዝነት ኣይደልን ፍቅሪ ዩ ዘቅስን ድላየይ ኩኒ ባ ፍቅርኪ ከይማስን ፍቅሪ ኢደይ እግረይ ሒዙኒ ምልምማድ ዑደት ናብ ፍቅሪ ዲዩ ሰዲዱኒ ዚምሕዝነት ክሳብ ከምዚ ዘይመሰለኒ 2x ኣፍቂረ መሓዛይይይይይይይ ገንዘብ ኣየስደዓንን ቁንጅና ኩልትንኣ ልበይ ሰሊባቶ ብፍጥረታ ተማረከ ልበይ’ዩ ተመኒዩዋ ዘልኣለም ክትኮኖ ክዛረባ’የ ኣፍቂደ ከጻውዳ ኣብ ልበይ ምሕዝነት ግን ክሒደያ ኣፍቂረኪ መዓርኒ (ታይ ዋጋ ለዎ) ናተይ ኩኒ (ታይ ዋጋ ለዎ ) ዙር ብ’ፍቅሪ (ታይ ዋጋ ለዎ) እታይ ዋጋ ኣለዎ2x ብዋዛ ብዋዛ እዋይ ከምዛ ዋዛ ፍቅሪ እንድዩ ሒዙኒ ፍቅሪ ናይ መሓዛ ኣምላኽ ይግዘኒ ኣነስ ከናዝዛ እታይ ዋጋ ኣለዎ 2x. ብቀትሪ ብለይቲ ወትሩ ኣብ የዒንቲ ቅሳነት ሲኢነ ሩፍታ ወላሓንቲ ናተይ እባ ኩኒ ንዓይ ንመዋእል እታይ ዋጋ ኣለዎ 2x. ከይጽለል ከይዓብድ ኣነ ከይሓመኪ ከይጉዳእ ኣነ ማሓዛይ ምባል ኔው በልዮ ፍቅረይ ኢልኪ ተቀበልዮ ከይጽለል ከይዓብድ ኣነ ከይሓመኪ ከይጉዳእ ኣነ ማሓዛይ ኢዩ ኢልኪ ኣይተዕልልለይ ፍቅረይ ኢልኪ ተመክሕለይ እታይ ዋጋ ኣለዎ 2x ብቀትሪ ብለይቲ ወትሩ ኣብ የዒንቲ ቅሳነት ሲኢነ ሩፍታ ወላሓንቲ ናተይ እባ ኩኒ ንዓይ ንመዋእል እታይ ዋጋ ኣለዎ2x ብዋዛ ብዋዛ እዋይ ከምዛ ዋዛ ፍቅሪ እንድዩ ሒዙኒ ፍቅሪ ናይ መሓዛ ኣምላኽ ይግዘኒ ኣነስ ከናዝዛ ታይ ዋጋ ለዎ 2x ከይጽለል ከይዓብድ ኣነ ከይሓመኪ ከይጉዳእ ኣነ ማሓዛይ ምባል ኔው በልዮ ፍቅረይ ኢልኪ ልበይ ተቀበልዮ ከይጽለል ከይዓብድ ኣነ ከይሓመኪ ከይጉዳእ ኣነ ማሓዛይ ኢዩ ኢልኪ ኣይተዕልልለይ ፍቅረይ ኢልኪ ተመክሕለይ እታይ ዋጋ ኣለዎ 2x
@luchiaftwi1891
@luchiaftwi1891 3 жыл бұрын
💖💖
@goitombelay6811
@goitombelay6811 3 жыл бұрын
Ay fkiri
@selamhishe6993
@selamhishe6993 3 жыл бұрын
❤💛❤
@rora3757
@rora3757 3 жыл бұрын
Ayewe nay libey yu ezi
@semereyekalo2240
@semereyekalo2240 3 жыл бұрын
q
@ngstwadargie6301
@ngstwadargie6301 2 жыл бұрын
ኤርትራውያን ሙዚቀኞች በጣም ነው የሚመቹኝ❤❤❤
@fillifalla8810
@fillifalla8810 2 жыл бұрын
Fuck leave eritrean think about ur contry mr ahya
@salihsaid9020
@salihsaid9020 2 жыл бұрын
Thanks bro
@dcghetto
@dcghetto 2 жыл бұрын
@@fillifalla8810 qndaf agame dika derfi Eritrean yeftu entebel kindzi xerffi hade wedi komarit xomakit sewa diqala agame kitkewin aleka enber Eritreaawi kemzi yeblnan eray miray wedi abashawel zoba kaza bedey kanshelo zeabeka eka temesil
@fillifalla8810
@fillifalla8810 2 жыл бұрын
@@dcghetto pow eway za fara hakiratni akndi amharay si ertrawi hawka txerf gesret
@betiel1531
@betiel1531 2 жыл бұрын
Thank you❤️,I like Ethiopian music too
@michaelbrhane469
@michaelbrhane469 3 жыл бұрын
በዚ ዘመን ዘፍቀረ ኣቤት ይበለኒ ብላይክ
@user-wb2id9fx5b
@user-wb2id9fx5b 3 жыл бұрын
Wll come to muslc ERITREA wedi Afer 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@sirakadam738
@sirakadam738 2 жыл бұрын
Natey si eta mefqeritey tekenshiba ye kkkkk
@tigrinyatube3156
@tigrinyatube3156 2 жыл бұрын
ኣነ ሎኹ
@mymathermaryam812
@mymathermaryam812 2 жыл бұрын
@@sirakadam738 ወላ ናተይ ጠርጥረያ ሎምስ😢😢
@wizmdb4102
@wizmdb4102 Жыл бұрын
@@mymathermaryam812 🥹🥹🥹
@awetteklefshayetekle5790
@awetteklefshayetekle5790 3 жыл бұрын
መን ኣሎ,፡ደጋጊሙ ሰሚዕዎ ዘይመንዎ ነዚ ደርፊ ከምዚ ከማይ
@Fevenmes
@Fevenmes Жыл бұрын
አነ
@azmeraazmera9907
@azmeraazmera9907 11 ай бұрын
አነ
@yordanosgidey1982
@yordanosgidey1982 2 ай бұрын
አነ❤❤❤❤❤❤
@user-hr7ne7vd6f
@user-hr7ne7vd6f 3 күн бұрын
ኣነ ኣለኩ
@razanawed1689
@razanawed1689 3 жыл бұрын
This music reminds me of something that will never come back
@dawitm.841
@dawitm.841 3 жыл бұрын
Agreed 110% wit you….
@samuelabraham9115
@samuelabraham9115 3 жыл бұрын
The same I was the friend of them when I left the country they made the music.
@user-qc1uq4kz6v
@user-qc1uq4kz6v 3 жыл бұрын
ከምዚ ዙሑል ጓይላ ካብ ዘይሰምዕ ነዊሕ ኣለኒ፡ ኣነ ኣብ ንእስነተይ ዕድለኛ ኢየ፡ መኽንያቱ ብከምዚ ዓይነት ደርፊ ምፍራሸይ ሰሚዕካዮ ዘይምኖ
@munamuni2348
@munamuni2348 3 жыл бұрын
Aseyyyyyyyyyy ናይ ብሓቂ ብጣዓሚ ጥዑም ድምጺ ዕድመ ይሃብካ ወዲ ኤረይ 🇪🇷❤️❤️❤️❤️
@awetrezene3880
@awetrezene3880 3 жыл бұрын
መን ኣሎ ኣብዚ ግዜ ድሰምዓ ኢዛ Musik ኣነ ኡካ ኣብ ኤርትራ ኢየ ዝሰምዓ ነረይ ምስ መታዓብተይይ
@melenamelina7558
@melenamelina7558 3 жыл бұрын
✋❤
@semharselomon3127
@semharselomon3127 3 жыл бұрын
Me too
@kentebtab7178
@kentebtab7178 3 жыл бұрын
Hasawi Abey tesema nerka eske
@mohamadamin4781
@mohamadamin4781 3 жыл бұрын
ኣነ ምስ ናይ መጀመርታ ኣፍቃርተይ እየ ሰምዐዬ ኣብ ኢትዮጵያ 2004 9ክፍል እናለኹ
@awetrezene3880
@awetrezene3880 2 жыл бұрын
@@kentebtab7178 ኣብ ዝዓበኹሉ ቦታ
@user-xx6cd2qr1g
@user-xx6cd2qr1g 2 ай бұрын
❤16 ዓመት ንድሕሪት ተመሊሰ ናብ ዓሰብ ከይደ ብሕልና ንኩላ ዜረያ
@mussietn1966
@mussietn1966 Жыл бұрын
ኣቲ ናብራ ነጨበረር ዒቕ ዝበለኪ ጓል ፡ ናተይ ኩኒ እንታይ ዋጋ'ለዎ ! 2023 ዝሰማዕካያ like ኣግርጭው
@werewolfvampire.hybird
@werewolfvampire.hybird Жыл бұрын
bro is everywhere😂
@user-dc4xt2op8k
@user-dc4xt2op8k 3 жыл бұрын
ናይ ልበይ ደርፊ ❤
@TtTt-hz1xf
@TtTt-hz1xf 3 жыл бұрын
Ms mehazay metabity hadar gere, gal weldina kalay kia ab mehedi alo ! Fkri tuem!
@user-mx4zr2rr2e
@user-mx4zr2rr2e 3 жыл бұрын
ሻኩር ዓርከይ ኣብታ ትፈትዋ ደርፊ ወዲ ታዓረ የኹድድ ኣለኹ ዝኽሪ 2009
@dcerilove3055
@dcerilove3055 Жыл бұрын
2006/ 07 iya tederifa
@BranaGaym
@BranaGaym 11 ай бұрын
@@dcerilove3055 ተጋጊኻ ሞውዳእታ 2008 ኢያ ተደሪፋ
@samuelberhe6179
@samuelberhe6179 2 жыл бұрын
Ahh when I hear this song I remember highschool old memories 😭😍✌️✌️
@helenhelen7550
@helenhelen7550 2 жыл бұрын
Old is gold
@samuelberhe6179
@samuelberhe6179 2 жыл бұрын
@@helenhelen7550 that’s true 😍😎
@k_5404
@k_5404 3 жыл бұрын
Yizkereni cinema Empero movie kinreiy atina kdmi movie mijmara neza derfi n mejemerta gzie welieoma Mara sihibatina ...Mulie arkey and Lulu zifetwa memahrtite n mehazayin ya tezkerini ...epe memory Asmerinoo ❤️
@arsemashikorina4641
@arsemashikorina4641 3 жыл бұрын
Sameeee
@bokrehuruy2584
@bokrehuruy2584 3 жыл бұрын
♥️
@k_5404
@k_5404 2 жыл бұрын
@Milion Yohannes no it’s not even weird at all. You are 💯 to feel that emotional. I dream and feel emotional every single day about my childhood friends. I miss them terribly it’s been 10 years - I feel isolated and lonely at times. But there nothing you can do apart from missing them 🥺. Kulom fah fah elom geliyom ab Uganda geliyom America and the rest Asmera. It was amazing times zehelfenayo zeyhasis zikri memory koinu terifu bes - Adunya godolo ya my sister. Hopefully hade Malti ab moderna kof elina ☕️ nisti 🙏🏽
@readsea7933
@readsea7933 3 жыл бұрын
Nice song wedi teare kexlo. Ruta abrham tekebalit (Entay waga alewo) nice voice
@nevrgivup2717
@nevrgivup2717 Жыл бұрын
What memories 😭😪😐 A time when we had no worries
@senedmanna8363
@senedmanna8363 Жыл бұрын
Don’t say that anta hawey 😢
@nevrgivup2717
@nevrgivup2717 Жыл бұрын
Gazwtna zkirna zarky 😢
@SalamaSalamahhh
@SalamaSalamahhh Ай бұрын
ኣብ 2024 ዝሰምዓ ከምዚ ከማይ ሰምዐ ዘይመንዋ ሙዝቃ❤💗
@user-mf3ru4bm9o
@user-mf3ru4bm9o 10 ай бұрын
12/10/2023 still am simie remember nay erey meteabyti kulu humet yahoooooo❤❤❤❤❤
@user-zn9gp9ft3i
@user-zn9gp9ft3i Ай бұрын
አንታይ ዋጋ ኣለዎ ❤️❤️❤️
@fathergascoigne4609
@fathergascoigne4609 3 жыл бұрын
Ahhh Nostalgia man!!🙏🇪🇷
@user-wb2id9fx5b
@user-wb2id9fx5b 2 жыл бұрын
Ahhhhhh sorta kafhsrta 17 4 2 3 🌹🌹🌹🌹
@user-hg7bt9zg9w
@user-hg7bt9zg9w 4 ай бұрын
Who is still listening to this old music
@LogOut-pf3qm
@LogOut-pf3qm 2 жыл бұрын
ኣቲ ነዚኣ ተንብብያ ጓል ኄዋን ፡ ሰብ ዘይበሎ ኣይበልኩን ሰብ ዘይገብሮ ኣይገበርኩን ፍቕሪ'ዩ ሒዙኒ ፡ ሕማቕ ኣይሓሰብኩን "ናተይ ኩኒ ታይ ዋጋ'ለዎ"
@sabiyasook5127
@sabiyasook5127 Жыл бұрын
ዎዎእ
@almazghilamicael5934
@almazghilamicael5934 Жыл бұрын
Miusc jemer wedi erey fekri teum u
@medatesfit553
@medatesfit553 3 ай бұрын
@@Amorawedigash😂😂😂
@yonitomorrow7502
@yonitomorrow7502 4 ай бұрын
Who’s listen 👂 in 2024 it makas me crazy am back to childhood
@meronmengstab3842
@meronmengstab3842 Ай бұрын
9/7/2024 time 11:00pm day Tuesday my gifts this music 🎶
@anealeku6305
@anealeku6305 3 жыл бұрын
Ndhrit meliskani aza derfi naay eya teseriha ksao hji zeygelxkula bwftey zahamm zeleku mahaza hafti keyna sle tsmaoni
@mikealhabtom623
@mikealhabtom623 3 жыл бұрын
ከምዚ ከማይ ኣሎ ዶ ንማዓልቲ 3 ዝሰምዓ
@mikealhabtom623
@mikealhabtom623 3 жыл бұрын
23 / 2 / 2021
@johnsemereab9574
@johnsemereab9574 3 жыл бұрын
ኣነ ኣለኩ
@grmalemrezene6011
@grmalemrezene6011 3 жыл бұрын
Ane aleku 16/ 5/ 2021
@fiyorifiseha3726
@fiyorifiseha3726 Жыл бұрын
Me too
@lomisyeakleni7894
@lomisyeakleni7894 Жыл бұрын
2023
@ove6164
@ove6164 3 жыл бұрын
ሰብ ዘይ በሎ ኣይበልኩን ሰብ ዘይገበሮ ኣይገበርኩን ፍቅሪ እዩ ሒዙኒ ሕማቅ ኣይሓሰብኩን😢🔥♥
@Lucky.channel23
@Lucky.channel23 3 жыл бұрын
🥺🖤
@user-sh7tp6ck6n
@user-sh7tp6ck6n 2 жыл бұрын
ከይጽለል ከይዓብድ ኣነ 🤪 ከይሓመኪ ከይጎዳእ ኣነ 🧐 ማሓዛይ ኢዩ ኢልኪ ኣይትዕልልለይ🥺 ፍቅረይ ኢልኪ ተመክሕለይ ኪያ ዓይነይ 💎👈
@ove6164
@ove6164 2 жыл бұрын
@@user-sh7tp6ck6n ❤❤❤
@edenyacob7580
@edenyacob7580 3 жыл бұрын
𝐈 𝐥𝐨𝐯𝐞 𝐭𝐡𝐢𝐬 𝐬𝐨𝐧𝐠 💖🎼
@erilove6277
@erilove6277 3 жыл бұрын
I Love music ❤️🥰
@tesfastionhabte6151
@tesfastionhabte6151 2 жыл бұрын
🥰🥰🥰
@biniamdawit9175
@biniamdawit9175 3 жыл бұрын
Biwaza biwaza...fikri endiu hizni..fikri nay mehaza....
@Tomas-kq1im
@Tomas-kq1im 2 жыл бұрын
Such a an emotional song even if I don’t know the words to it 🖤
@ermilove685
@ermilove685 3 жыл бұрын
ወዲ ትዓረ ውዱእ ድምጻዊ
@Mmm-fm2vx
@Mmm-fm2vx 6 күн бұрын
ምቅርቲ ደርፊ 🥰🦋🇸🇦
@DavidJohn-pc4bx
@DavidJohn-pc4bx 16 күн бұрын
Tegaru z tray eu welidu Adam
@simontekle4444
@simontekle4444 3 жыл бұрын
Enty waga alewo nay behaki Bere the great artist
@baruchethio5798
@baruchethio5798 3 жыл бұрын
ያምራል
@milkamuse4748
@milkamuse4748 3 жыл бұрын
22 zurya alekum do
@temuhope8988
@temuhope8988 3 жыл бұрын
Aleku ane
@eritreanneritrawyan2392
@eritreanneritrawyan2392 2 жыл бұрын
222222
@yasom7405
@yasom7405 11 ай бұрын
Zur 22. Alena
@monamour8890
@monamour8890 6 ай бұрын
Nay bhaki Kef zelewa music ❤❤❤
@matyas9926
@matyas9926 2 жыл бұрын
Eway 2007 ንድሕሪት መሊሳትኒ ።1/1/2022 ካብ ጀርመን
@Lucky.channel23
@Lucky.channel23 2 жыл бұрын
❤️🥺
@BranaGaym
@BranaGaym 11 ай бұрын
እንታይ ዓይነት ኣቃጻጽራ ዲኪም ትቐጽሩ 2009 ኢያ ተደሪፋ
@HabtomFisahaye
@HabtomFisahaye 15 күн бұрын
እዛ ደርፊ ክሰምዓ earphone ኣብ እዝነይ ምሉእ ለይቲ ይ የሕድሮ ነይረ ክሳብ ሕጂ ውን ኣይምንዋን ኢየ እዛ ደርፊ❤
@latinahonewallatina7923
@latinahonewallatina7923 4 ай бұрын
ኣነ ኣልኩ❤❤❤❤
@ibrahimsalih6286
@ibrahimsalih6286 3 жыл бұрын
Bereket megadiltey. Ajoka qetsilo.
@user-et1ls7pk8k
@user-et1ls7pk8k Жыл бұрын
መን ኣለካ 2023 ትሰምዓ
@yonitesfe4478
@yonitesfe4478 Жыл бұрын
Alena tezekrotat neheds ab 13-06-2023 tium halifu
@robelmukur8982
@robelmukur8982 Жыл бұрын
@@yonitesfe4478 👋
@habengurja1774
@habengurja1774 3 жыл бұрын
Semieka zeymno deri nzeleam
@user-fr9fr3dy8m
@user-fr9fr3dy8m 2 жыл бұрын
mezkerta ne wedi teare neza comment tenbeba delka edmen tenan yemniylka from asmera metkel wedi sembel
@msgnatekle7
@msgnatekle7 Жыл бұрын
Kulu gize zeyhass tezekrotat aleni beza derfi❤
@FthawiGezhey-ii7qu
@FthawiGezhey-ii7qu 5 ай бұрын
Betami xubeqti derifi eya ❤❤❤❤
@saidabdu1888
@saidabdu1888 Жыл бұрын
ኣብቲ ግዜ ናይ ብሓቂ ኣፍቂረ መሓዛይ ኣብ ማ 'ት' ኣ።
@jordanmili1089
@jordanmili1089 Жыл бұрын
One of my favorite song 🔥
@mezekrghebrehannis4687
@mezekrghebrehannis4687 3 жыл бұрын
Eway dhrit melisatni eza derfi
@robelbrhane8228
@robelbrhane8228 Жыл бұрын
ዓርከይ ኣዘኻኺራትኒ
@yerusalemyohans6729
@yerusalemyohans6729 3 жыл бұрын
Nemejemerta gize ab cinema empero kedmi film mejemara reyeya sheu mes fetekewa still yefetwa eye 2021❤
@user-fr9fr3dy8m
@user-fr9fr3dy8m 3 жыл бұрын
tezkerotatkie beza nay wedi terae mezkerta koynatkie eya
@user-fl6yj8dj1t
@user-fl6yj8dj1t Жыл бұрын
Nay bhaqi Kef zelewa derfi ❤❤❤
@jemalali91
@jemalali91 Жыл бұрын
My favourite song 🇪🇷❤️
@fanelkuflu1153
@fanelkuflu1153 3 жыл бұрын
Wade tera good job danke
@danayitkbrom9307
@danayitkbrom9307 11 күн бұрын
2022 ምስ ኣፍቃርየይ ንበኣስ ነይርና ይድውሉ እንታይኪ እዩ ይብለኒ መሓዘይ ይብሎ ነይረይ ወዲ ሓትነይ እናበልኩ ይመክንያሉ ነይረይ 😂😂
@yonasafewerki9631
@yonasafewerki9631 2 жыл бұрын
ንእስነተይ ተዘክረኒ ደርፊ
@fisehasbhat9708
@fisehasbhat9708 2 жыл бұрын
😍😘ዋላ ናዓይ
@KahsayGebremikael
@KahsayGebremikael 11 ай бұрын
My favorite music ❤❤❤❤❤
@abdurahmanjembel7107
@abdurahmanjembel7107 Жыл бұрын
Kab 2008 kesab 2014 Ab xerona ( atkaro) ab zeneberkulu bota bezoh geze yesma nere neti botan gezen sebat tezekerni
@binyame45
@binyame45 3 жыл бұрын
ወርቂ ዝኮነ ስነጥበበኛ 2021
@user-th8qd1xs3m
@user-th8qd1xs3m 6 ай бұрын
እንታይ ዋጋ ሎዎ ዘይትምኖ ደርፊ 2024
@xxxxxx1971
@xxxxxx1971 9 ай бұрын
N mehazay Tezekerni😢❤
@edenjacob8883
@edenjacob8883 3 жыл бұрын
I love this song 💖🎼
@jamieahmed9986
@jamieahmed9986 3 жыл бұрын
ናይ ማሓዛ ዳሓን ነሩ ባዓልቲ ሓደር ምፍቃር ከ እንታይ ክባሃል እዩ
@john12753
@john12753 3 жыл бұрын
Kula hade eyu
@user-mk6iq8kf5b
@user-mk6iq8kf5b 3 жыл бұрын
ክክክክክክ ከምኡ ዉን ኣሎ ድዩ ወይ ኽዓቅድሚ ትባዓል ሓዳራ ዓርኻ ኔርካ ትከዉን
@senaithabte7645
@senaithabte7645 3 жыл бұрын
Kkkkk wey gud kemeukea alo
@kelukelukelu4685
@kelukelukelu4685 2 жыл бұрын
Amlk yehgzeka entay yebhal 🙏♥️
@brhanegrmation6129
@brhanegrmation6129 2 жыл бұрын
Wala nay gerimni alo
@user-po8fk4og6x
@user-po8fk4og6x 3 жыл бұрын
ናይ ልበይ
@merhawitabraha2168
@merhawitabraha2168 9 ай бұрын
ታይ ዋጋ ለዎ ወ❤❤
@yosiefdebesia1615
@yosiefdebesia1615 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ Sarama 👇
@eri321
@eri321 3 жыл бұрын
Kulu gzye semie zeymenwa derfi eya
@meraeritrean7000
@meraeritrean7000 3 жыл бұрын
2007 akkkk eritrea 🇪🇷
@DawitWeldezgi-il1pk
@DawitWeldezgi-il1pk 11 ай бұрын
Nay baheqi love ❤️ 😍 💖 ❣️ 💕 💘 ❤️
@yorsalemkidaneabraha112
@yorsalemkidaneabraha112 3 жыл бұрын
2009 mefireshitit derifi eya nera💕
@dcerilove3055
@dcerilove3055 Жыл бұрын
2006/ 07 iya tederifa
@saronyeaneyeane5828
@saronyeaneyeane5828 2 жыл бұрын
Azyia zifetwa music edmn tena yehabka ab zelka halika niberely
@minasentertainment6890
@minasentertainment6890 Жыл бұрын
Mearni entay waga alewo ❤❤
@Fili-mf1zh
@Fili-mf1zh Жыл бұрын
Wowo nice song. I love you this song
@finokidanekidane2350
@finokidanekidane2350 2 жыл бұрын
ዓሽ።ጥዑም፡ድምጽ፡ወድ፡ኤረይ።
@gerie4738
@gerie4738 2 жыл бұрын
What a special song 🎵 😍.
@kalMHe
@kalMHe Жыл бұрын
Tearino hawey ke!!! , tefiekana endomo
@grmalemrezene6011
@grmalemrezene6011 3 жыл бұрын
Nay hemamey derfi ✌🏾
@user-mr6bv4re9i
@user-mr6bv4re9i 5 ай бұрын
who is here in 2024?
@resomoscar6112
@resomoscar6112 Жыл бұрын
I still listen 12.10.222
@chanelfishwedi
@chanelfishwedi 3 жыл бұрын
21.03.2021 till best music
@ShhsuehegvYwgegh3gthhf
@ShhsuehegvYwgegh3gthhf 19 күн бұрын
Ya wela ane
@abunajma4357
@abunajma4357 Жыл бұрын
Sawa 22 Round like
@TomasMahari-em2yf
@TomasMahari-em2yf Ай бұрын
ከማይ ዝፈትዋ ይህሉ ዶ ዛ ደርፊ🥺😇29/06/2024😇
@berebeyed638
@berebeyed638 3 жыл бұрын
1/1/2021
@erieritrea8751
@erieritrea8751 Жыл бұрын
I love this song ,where is this guy BEREKET
@mussiemetkelwediesemebel7080
@mussiemetkelwediesemebel7080 3 жыл бұрын
mezkerta ne wedi teare neza comment tenbeba delka edmn teanan yemniylka metkel wedi sembel
@yonathanabraham8351
@yonathanabraham8351 3 жыл бұрын
My highschool life 😥
@liebe_mutter_8175
@liebe_mutter_8175 2 жыл бұрын
05/4/22 still now ❤ 😍 💖 ❣ 💕 💘 ❤
@mulugetaembaye2151
@mulugetaembaye2151 2 жыл бұрын
Was bro it is so good mulugeta from Seat5
@user-os2xh4zj2h
@user-os2xh4zj2h 6 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍👍 wedi teray Asli
@dtyty4530
@dtyty4530 3 жыл бұрын
2021 /3/እየ ሰሚዕያ ኣንታይ እም ዋጋ ኣለዋ
@rakqatar8152
@rakqatar8152 5 ай бұрын
ኣይይይይይይ ግዜ💔💔😢😢😢
@lionlion3469
@lionlion3469 3 жыл бұрын
Tokombiya 2009
@banahabte7056
@banahabte7056 2 жыл бұрын
Tokombiya👌🙄❤️
@YonasHabtezg
@YonasHabtezg Ай бұрын
Men alo kemzi kemay ab 2024 disema
@almazghilamicael5934
@almazghilamicael5934 Жыл бұрын
😘😘😘😍😍😍fekri teum
@Senedissak
@Senedissak 3 жыл бұрын
Thanks man
@pastorfred2048
@pastorfred2048 3 жыл бұрын
Bro entay koynka tefieka?
@yosiefdebesia1615
@yosiefdebesia1615 4 ай бұрын
I'm Eritrea soo can sisen too. It from 8 jaer's girl Sarama
@KalkidanAbrha
@KalkidanAbrha 19 күн бұрын
2016 ዘኪረ❤❤❤
@Black_star_of_Eritrean
@Black_star_of_Eritrean 3 ай бұрын
ወዲ ተዓረ ኣስሊ❤
Eritrean music Bereket berhane (Astuka) Lyrics
6:30
Natnael T
Рет қаралды 1 МЛН
new hagos ስዚኒኖ  tgrigna music video
6:12
Ttes Pictures
Рет қаралды 1,1 МЛН
Lehanga 🤣 #comedy #funny
00:31
Micky Makeover
Рет қаралды 29 МЛН
Чёрная ДЫРА 🕳️ | WICSUR #shorts
00:49
Бискас
Рет қаралды 4,6 МЛН
Parenting hacks and gadgets against mosquitoes 🦟👶
00:21
Let's GLOW!
Рет қаралды 12 МЛН
nago eritrean love song
7:35
Fili212
Рет қаралды 2,8 МЛН
Solomon Haile : Bealti Mado [New! Tigrigna Music Video 2015]
6:42
Solomon Haile
Рет қаралды 18 МЛН
Meley Ent. Eritrean Music Mesfun Tesfagergish  (Maebel)
7:35
Meley Entertainment
Рет қаралды 1,2 МЛН
Eritrean Music Isaac Simon Zelelay/ዘለላይ Vol. 1
8:42
Harmony Digital Studio ሃርሞኒ
Рет қаралды 1,7 МЛН
Asmara - Kiros Asfaha (OFFICIAL AUDIO) Eritrean music 2020
9:15
Kiros Asfaha
Рет қаралды 832 М.
Kaleab Teweldemedhin "aiteKhiriyo libey"
8:40
Mariam MK
Рет қаралды 1,9 МЛН
Tesfaldet Mesfin - Hawki dye Afkariki Eritrean Tigrigna Music
8:50
Maeken Bahli
Рет қаралды 856 М.
Tesfay Mengesha keyhameki
6:57
Abagatile
Рет қаралды 4,7 МЛН
Lehanga 🤣 #comedy #funny
00:31
Micky Makeover
Рет қаралды 29 МЛН