ERITREAN ORTHODOX TEWAHDO MEZMUR - Kemzi Kemay Yelen - ከምዚ ከማይ የለን- By Dn Abrham Mehari

  Рет қаралды 2,406,540

EriOrthodox

EriOrthodox

Жыл бұрын

ERITREAN ORTHODOX TEWAHDO MEZMUR - Kemzi Kemay Yelen - ብዲያቆን ኣብርሃም መሓሪ
ሰላም ክቡራት ተኽታትልቲ EriOrthodox ሰላመ እግዚኣብሔር ምሳኻትኩም ይኹን እንዳበልና፤ እዚኣ መዝሙር ከምዚ ከማይ የለን እንዳተባህለ ትፍለጥ ዝነበረት መዝሙር ኮይና ሕጂ ከኣ ንእሽተይ ምምሕያሽ ተገይርላ ብድሌት ተከታተልቲ እዚ ቻነል ተሓዲሳ መጺኣ ኣላ።
© EriOrthodox is the only Channel that has exclusive rights for all Lyrics produced by Zemari Diakon Abrham Mehari.

Пікірлер: 268
@user-ry3ve8kh2n
@user-ry3ve8kh2n Жыл бұрын
💖 ከምዚ ከማይ የለን💖 ንድሕሪት ጠሚተ ማዕዱ ከቋምት ንዝክሪ ቅንጣብ ብዘይ ገድለት ኩሉ ናይ የእዳውካ ግብሪ ማዓሙቑ ኣይበጽሖን ፍጹም ልበይ ብምስትንታን ምሕረትካ ዘክብሮ ባርያስ ከምዚ ከማይ የለን ~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~ ብሰማዒት እዝኒ ይሰምዕ ዛንታኻ ኢድካ እትገብሮ ዘውትር ነቲ ንዑቅ ምሒር ከተኽብሮ ብሰማዒት እዝኒ ነቲ ትሑት ባርያ ኢድካ ክትሕብሕቦ ከቶ ድንጽው ይብሎ ኣኣሙሮይ ክሓስቦ ሎሚ ግን ርእየዮ ታኣምር ግብርኻ ከም ቅጽበት ከም ዓይኒ ኣብታ ሰዓት ጥፍኣት ንእለት ክትበጽሓኒ ሎሚ ግን ርእየዮ እቲ ትከቢድ ደመና ሻቡ ተበቲኑ ጸሓየይ በሪቃ ሕሉፍ ታሪክ ኮይኑ ~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~ ዝተቀብጸ ጎበዝ ኣልኣዛር እቲ ሓደ ኣብ ማእከል ኣሓቱ መግነዙ ፈቲሕካስ ብሂወት ናብ ቤቱ ዝተቀብጸ ጎበዝ እንኮ ንበላዲት ወዲ እታ መበለት ትእዛዝ ቃልካ እምጺእዎ ካብ ዓዲ ምዉታት ኢድካ በጺሓቶ ኣልኣዛር ባርያኻ ዳግማይ ዝተቀብጸ መግነዝ መቃብሩ ሃንደበት ምስ መጸ ኢድካ በጺሓቶ ትትርፊ ወላዲ ትሑት ድኹም ባርያ ከገልግል ንስምካስ ዕምሩ ኣንዊሕካያ ~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~ ዝነበረ ኣይኮነን ካበይ ዝነበረ ይፈልጣ'ንዴ ቤተይ ዶኪማስ ይሓይሽ ሙሉእ በዓል ውራይ ዝነበረ ኣይኮነን እዚ ኩሉ ዘሎ ቤተይ ዘጸበቐ እኹል ትሩፍ ሽሻይ ቤተይ ዘሟሞቐ እንታይ'ሞ ክብል'የ ስለታ ለጋስ ኢድ ሂባ ዘይትርብርብ ጭራሽ ከይፈለየት ንኹሉ ትምግብ እንታይ'ሞ ክብል'የ ጎይታይ ግብሪ ኣእዳውካ ኣመና በዚሑ ቤተይ ተባሪኹስ ልበይ ተፈሲሁ ~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~ ከማይ መን ይህሉ ኢድካ ዝበጽሖ ፍጹም ዝተረድአ ድላይ ውሽጢ ልቡ ቃሉ ዝተሰምዐ ከማይ መን ይህሉ ምሉእ ብዘይ ጉድለት ኢድካ ዘሕለፈሉ ቁሊሕ ዝበልካዮ ( ዝኮንካ ጽላሉ) 2 በል ፍቓድካ ይኹን ኣነ'ውን ከዘንቱ ከምቶም ዝሓለፉ ምስጋና ውዕለትካ ንሽጉር ከተስፉ በል ፍቓድካ ይኹን ዘውትር ብኣምላኽ ደው ክብል ብሂወት ጎይታይ ንኽብርኻ ክሳብ ዕለተ ሞት ~~~~~~~~ 🙏💖🙏💖🙏~~~~~~~ ወስብሐት ለእግዚኣብሔር ልኡል ወለወላዲቱ ድንግል ወለመስቀሉ ኩቡር ኣሜን ዝተጋገኸዎ ጌጋ ብኣፈ ትጉሃን መላእክቲ ይትኣረመለይ🙏🙏🙏። ዘማሪ 🔜ድ/ን ኣብርሃም መሓሪ💖 ግጥሚ 🔜ድ/ን ኣብርሃም መሓሪ💖 ዜማ 🔜 ድ/ን ኣብርሃም መሓሪ💖 🖍writing by ድ/መዳ 💖
@maakeleshtewahdo6218
@maakeleshtewahdo6218 Жыл бұрын
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና 🥰
@IbelongtoJesus123
@IbelongtoJesus123 6 ай бұрын
❤❤❤
@NatiKflay
@NatiKflay 2 ай бұрын
❤❤❤🙏🙏🙏
@user-lq8bw1lm8e
@user-lq8bw1lm8e 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤
@angesommesfn3994
@angesommesfn3994 Жыл бұрын
ኣሜን ነዛ መዝሙር ማዕረይ ዝፈትዋ ይህሉዶ ይኸውን 🙏
@dadadadadada9100
@dadadadadada9100 Жыл бұрын
ኣነ ኣለኹ ናደጋገምኩ ዝሰምዓ ብጣዓሚ እዩ ደስ ዝብል ብሓቂ❤
@tititesfalem-cn8py
@tititesfalem-cn8py 10 ай бұрын
❤❤❤❤
@aataat1524
@aataat1524 9 ай бұрын
ኣነ ኣለኩ ሰሚዐ ዘይመንዋ😢❤
@fthawitnuwaye1293
@fthawitnuwaye1293 9 ай бұрын
Ane wen aleku ahwatey❤❤
@user-yr4mj3gs6q
@user-yr4mj3gs6q 5 ай бұрын
አነ አለኹ ካብዛ መዝሙር ፍቅሪ ዝሓዘኒ ብጣዕሚ እየ ዝፈትዋ ክመንዋ ብፍጹም እየ ዘይክእል ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-rz8lj1rh4s
@user-rz8lj1rh4s 8 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤❤ ኦ ጎየታየ ካባካ እንተሪሐቀስ ልበይ ይጉሂ ጎደሎ ኢየ ናባካ እንተቀሪበ ግን ልበይ ሓጎስ ይመልኦ ሙሉኡነት ይስመዐነ ምእንቲ ንዓይ ክጥዕመኒሲ ምሳካ አንብረኒ ጎይተይ ልቦናይ ክፈተለይ🙏🙏
@wedihiwet
@wedihiwet 4 ай бұрын
Amen Amen Amen ኦ ልፁል እግዝአብሔር አምላከይ ክበር ተመሰገን
@fthawitnuwaye1293
@fthawitnuwaye1293 3 ай бұрын
Znebre ayknen natey wn goytay ab betey zelo tarkey qeyari🙏🙏🙏❤️❤️❤️✝️✝️✝️
@user-yy2nu2iu8z
@user-yy2nu2iu8z 7 ай бұрын
ዝማሬ መላኣክት የስማዓልና ❤ኣደይ ማርያም❤ ጽላላ ተምብረልካ
@PawlosGebrekidan-hr6cz
@PawlosGebrekidan-hr6cz 7 ай бұрын
ብጣዕሚ ደስት ትብለኒ መዝሙር
@user-gh2lq3cz3c
@user-gh2lq3cz3c Жыл бұрын
እሰይይ ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ዝፈትወካ ክቡር ሓውና ፀግኡ የብዝሐልካ🤲❤❤️😍
@user-bp5ye2rh6f
@user-bp5ye2rh6f Жыл бұрын
ኣስይይ ዝሜሬ መላኣክቲ የስምዐልና ፀግኡ የብዘሐልካ🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺ክቡርሓዉና🌹🌿🌿🌹🌹🌹🌹💘🌿🌿🌿🌿🌿💘💘💘💘🌿🌹🌹
@daniellyemanne7126
@daniellyemanne7126 Жыл бұрын
ኩቡር ድያቆን ኣብርሃም መሓሪ ዝማሬ መላኣክቲ የስመዓልና፡እዝጋኣብሄር ጸጉኡ የብዝሓልካ፡ኣጎልጎሎትካ ይቀድሰልካ ድንግል ማርይም ብጸሎታ ትከልልካ🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@user-ds4pv9by5r
@user-ds4pv9by5r Жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና እግዚአብሔር አምላክ ጸጋ በረከቱ የብዘሐልኹም
@temsgne7752
@temsgne7752 4 ай бұрын
ኣሜን(3)ዝማረ መላእኽቲ ይስመዐልና ድያቆነየ ጥዕ ም መዝሙር ናይ ስደተይ መንጪ ድያቆን ኣብርህለ ቅጨንቀ ኽሓዝን ኽናፍቅ ብናትኹም መዝሙር አየ ዝጽናናዓ ስደትና ይሕጽረልና እግዝብሔር ኣምላኽ😥🤲🤲😘
@selamtadesse6118
@selamtadesse6118 Жыл бұрын
ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና ድያቆን ሓዉና እግዚኣብሔር ኣምላኽ ናይ ኣጎልግሎት ዘመን ሂወትካ ይባርኽ
@yonasasefa220
@yonasasefa220 Жыл бұрын
እልልልልል ዝማሬ መላእክቲ የስማዓልና ዲያቆን ሓወይ እግዚኣብሄር ኣምላክ ዘመን ኣገልግሎትካ ይባርኹ
@selam801
@selam801 Жыл бұрын
አጥንት የሚያለመልም ዝማሬ መላእክት ያሰማልን ወንድማችን
@user-wt4hp3ln5m
@user-wt4hp3ln5m Жыл бұрын
ናፊቅናካ ድያቆነይ ጡዑም መዝሙሩ
@user-hn9sn9wu3n
@user-hn9sn9wu3n 7 ай бұрын
አቤት ክፈትዎ መዝሙር አብ ማዕልቲ ከይሰማዕኽዎ አይውዕልን😢🙏 ዝማሬ መላእኽቲ የስመዐልና🙏
@asfahaakberet2947
@asfahaakberet2947 7 ай бұрын
Q
@IbelongtoJesus123
@IbelongtoJesus123 6 ай бұрын
❤❤❤
@FnanNuguse
@FnanNuguse Жыл бұрын
ዝማሬ መላእክቲ የስማዓልና ❤❤❤❤❤ጸጉኡ የብዝሓልካ ፈጣሪ ናይ ኣጎልጉለት ዘበንካ ይባረክ❤❤❤
@user-no7ud9sp7m
@user-no7ud9sp7m 10 ай бұрын
Amen Amen Amen zmra mlekti ysmalna
@FfFf-uj4fz
@FfFf-uj4fz 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@ibrahimhawlader3530
@ibrahimhawlader3530 Жыл бұрын
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና 💘♥
@rahwaabrhanemeskel3916
@rahwaabrhanemeskel3916 Жыл бұрын
Sorry hawey krstian dika? ezi smka nay Muslim sle zelo eye zhatt zeleku 🙏
@auanyway2275
@auanyway2275 10 ай бұрын
AMEN AMEN AMEN🙏🙏🙏 ኦ ልዑል እግዝአብሔር አምላከይ✝️ ክበር🙏ተመስገን✝️🙏ንዘልአለም✝️🙏ኣሜን💕ኣሜን💕ኣሜን።💕🤲🤲🤲💫💫💫💝💝💝💝💝💝💝💝💝
@fthawitnuwaye1293
@fthawitnuwaye1293 10 ай бұрын
Zmare melakti yesmalna aseyyy Elllllllll Elllllllll Elllllllll ❤❤❤🙏🙏🙏
@arontsegai
@arontsegai Жыл бұрын
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ዲያቆናዊ ሓወይ። ጥዕምቲ ገይርኻ ተመሊስኻና ነዛ መዝሙር።
@titigaltigray7118
@titigaltigray7118 Жыл бұрын
እልልልልል አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላአክቲ የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚኣብሔር ኣምላክ ድያቆን ሓዉና ናይ አገልግሎት ዘመንካ ይባረክ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና እግዚኣብሔር ኣምላክ ✝️💒♥️♥️♥️♥️♥️❤️❤
@mebratberhane7402
@mebratberhane7402 6 ай бұрын
Zmare meliekiti yesmaelna Amen 🙏♥️🙏
@wedi_asmerom2387
@wedi_asmerom2387 Жыл бұрын
ንድሕሪት ጠሚተ ማዕዶ ከቋምት ዝማሬ መላእክት የስማዓልና ድያቆን ኣብራሃም ተባረኽ 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@user-gx3fk6ve1c
@user-gx3fk6ve1c Жыл бұрын
ዝማሬ መላእክት የስማዓልና ዲያቆን ሓውና እግዚኣብሄር ኣምላኽ ጸጉኡ የብዛሕልካ ናይ ኣገልግሎት ዘመካ ይባርኽ
@maryamdngley3422
@maryamdngley3422 Жыл бұрын
ምርጥ መዝሙር እግዚኣብሄር በቤቱ ያኑርህ
@Galamine-fp4us
@Galamine-fp4us 2 ай бұрын
😊
@user-jv4ou4wx5l
@user-jv4ou4wx5l 10 ай бұрын
በርትዕ ኣብርሽ ሓወይ ትኡም ድምጺ ኣይትትፈኣና
@ksanetfusum3612
@ksanetfusum3612 9 ай бұрын
Amen zemari melakt ysemalna❤❤❤
@wediteages9391
@wediteages9391 Жыл бұрын
Qale hiwet yesmialna daikon....egziabhier n hzbitat ybark...
@dadadadadada9100
@dadadadadada9100 Жыл бұрын
ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእኽት የስመዐልና ❤❤❤❤❤❤
@user-ro1cy2bw8g
@user-ro1cy2bw8g Жыл бұрын
ዲያቄነይ ብጣዕሚ እዩ መዝሙርካ ዝምሥጠኒ ፀጉኡ ዳ የብዘሐልካ አምላክ ዳ ክቡረይ
@samerh6821
@samerh6821 Жыл бұрын
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክብር ሓዉና ሰሚዓካ ዘይሙኖ መዝሙር በርተዐልና ዝሓወይ
@user-bj3ce8qv5k
@user-bj3ce8qv5k Жыл бұрын
ዝማሬ መላዕክትን ያሰማልን ፀጋዉን ያብዛልህ ወንድማችን♥🙏💒ተዋህዶ ለዘላአለም ትኑር♥♥
@MaryMary-wq9iy
@MaryMary-wq9iy Жыл бұрын
Amen Amen Amen Temsegen ➕️➕️➕️➕️🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🤲🤲🤲
@medhini7477
@medhini7477 29 күн бұрын
ዝማሬ መላኣክቲ የስመዐልና እዚ ኩሉ ሪአዮኦ እንብለሉ የመፀእልና ስደትና የሕፅረልና
@user-zx9ks7bs6m
@user-zx9ks7bs6m 9 ай бұрын
አሜን አሜን አሜን ❤❤❤❤❤
@kalayutesfay8331
@kalayutesfay8331 Жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላአክት የስመዓልና👏👏👏❤❤❤
@senaymidea
@senaymidea Жыл бұрын
Zemere melaketi yesmalena diyaqon hawey
@HERIHERI-yl1on
@HERIHERI-yl1on Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዓልና🙏🙏🙏
@lemlemtekle3236
@lemlemtekle3236 Жыл бұрын
Amen amen amen zmare melaekti yesmealna zemen agelglotka egzabher amlak ybark
@user-rt2vh5ll8e
@user-rt2vh5ll8e 10 ай бұрын
Hiwetka zemarary mezmur kal hiwet ysmana❤❤
@efremgoitom4839
@efremgoitom4839 Жыл бұрын
Zemarea melakt yesmalna deyaqon hawey
@user-hu2ho8rf7b
@user-hu2ho8rf7b 7 ай бұрын
ተመስገን ተመስገን❤❤❤🙏🙏🤲🤲
@selukeshi-sv8rq
@selukeshi-sv8rq 5 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽቲ የስማዓልና 🙏🙏🙏
@user-ss4kk1yh5e
@user-ss4kk1yh5e Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓልና ዲያቆን ኣብርሃም ሓወይ ቀጺለ ክብል ምስ ናይ ይቅረታ እቲ ተቅሩቡና ዘለኩም ናይ ድምጺ ምቅያር ተዘይ ኮይኑ ዝተቀየረ የለን ካላኣይ ንምንታይ ዕላማ እዩ ንካላኣይ ግዜ ትዙርጉሑና ዘለኩም ቅሩብ ከም ንሕና ተዓዘብቲ መጠን እዚ ተቅሩቡና ዘለኩም ጽቡቕ ኣይኮነን እቲ ቀደም ናብ ህዝቢ ክዝርጋሕ ኮሎ ሳንሱር ተጌሩ ዶ ኣይኮነን ተዘርጊሑ ንምንታይ ዳግማይ ምምሕያሽ ኣዲሊዎ ወይ ንሽቀጥ እዩ ዋና ዘይፈልጦ ንካላይ ግዜ ትሶዱና ዘለኩም ብልቢ ይቅረታ ግበረለይ ኣብ ዝመጽእ ብሓዱሽ መዝሙር ክትሞጹና ብተስፋ ንጽበ
@user-ry3ve8kh2n
@user-ry3ve8kh2n Жыл бұрын
ኩቡሩን ፉቱውን ሓው እቲ ቃልካ ሓቂ ኳ እንተ ኮነ ቁሩብ ከይ ተሃወክና ዓቅሊ የድልየና እቲ ቡሉጽ ቃላትን መዝሙራቱን ድያቆን ኣብርሃም ብዘይ ሓደ ነገር ዶ ይመስለኻ ኣብ ምድጋም ኣትዩ ንዓና ንስለ ገንዘብ ይመስለናሎ ነገር ግን ከምኡ ኣይ ኮነን ሓደ ነጥቢ ኣሎ እምበር ድያቆን ኣብርሃምስ ካብ ማንም ዝጽበ ኣይኮነን ጽዮን ዓዲላቶያ ስለዚ ይቅሬታ ኣብካልእን ማልእን ከይ ኣተና ብህድኣት እቲ ጸገም ንክትፈልጥ ይሓይሽ እቲ ደጊሙዎ ዘሎ ድማ ስለ ዝሓሽ ደኣ እምበር ሰለ ዘይ ሓይሽ ኣይ ኮነን ስለዚ ኣይንተሃወክ ኩሉ ነገራት ተፈቲሑ ብሓይሊ ኣምላክ ብሓደሽቲ መዝሙራት ከምቲ ናይ ቀደም ሒዙ ደበክ ክብለናዩ ሰብ ሓቂ እንተ ኮይና ጥራሕ ኣብ ጸሎት ንደግፎ ሰላም ወሰናይ ዝሓወይ
@freweynihailemichael3385
@freweynihailemichael3385 Жыл бұрын
Amen amen Amen zimare melaekti yesmealna egziabher amlak xegue yebzehelka Diyakon hawina ⛪️⛪️⛪️⛪️💒💒💒👏👏👏🙏🙏
@awettekle6748
@awettekle6748 Жыл бұрын
Amen Amen Amen
@saimonhabtom8967
@saimonhabtom8967 Жыл бұрын
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ሓውና ድያቆን ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም እግዚአብሔር ይካርክ።
@fyoritesfalem5990
@fyoritesfalem5990 Жыл бұрын
Zemari melaekti ysmalna zom ahwatey
@kirostesfahans
@kirostesfahans Жыл бұрын
ናይ ባሓቂ ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ጸጉኡ የብዘሐልኩም እግዚኣብሄር ኣምላክ ምሳኩም ይኩን
@user-yt9us4qj6o
@user-yt9us4qj6o Жыл бұрын
በጣዕሙ ዝፍትው መዝሙር ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና
@user-lm7uw6tv5w
@user-lm7uw6tv5w 6 ай бұрын
Amen Amen Amen Zmare Melakti Yesmealna 🙏 🙏🙏🙌🙌🙌👏👏👏
@user-xx8iv1cy5e
@user-xx8iv1cy5e Жыл бұрын
ዕልልልልልለልልል ዕልልልልልልልልል ዕልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ዲያቆን ሓወይ
@SmilingPeacefulLake-po2zf
@SmilingPeacefulLake-po2zf 4 ай бұрын
zmare melakti yesmalna nay aglglot zmenka ybarek❤❤❤❤
@user-wt4hp3ln5m
@user-wt4hp3ln5m Жыл бұрын
ከምዚ ከማይ የለኖ ዝፈትዋ መዝሙር እያ
@abrehetsolomun3260
@abrehetsolomun3260 Жыл бұрын
b-
@enbabafsaha7084
@enbabafsaha7084 Жыл бұрын
Amen Amen Amen 🙏
@TemesgenAmlakey-fo6tm
@TemesgenAmlakey-fo6tm Жыл бұрын
Mihretka zekbero baryas kemzikemay yelen!!! Temesgen Eyesusey!!!
@user-wr1pm1nh7h
@user-wr1pm1nh7h Жыл бұрын
Amen amen amen ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@BiniamNegasi-hl5rm
@BiniamNegasi-hl5rm 8 ай бұрын
ኣምላክ ሰላም ዘበን፡ሂወትካ ይባርክ ድያቆን ኣብርሃም ሓወይ
@mebrahtentukubet1964
@mebrahtentukubet1964 Жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክብርተይ
@user-vp9ug6pi1i
@user-vp9ug6pi1i 10 ай бұрын
Amen Amen Amen zmera melekti yesmalna❤🤲🙏🙏
@akberetyakob6925
@akberetyakob6925 Жыл бұрын
Zmarie melakti yesmalena diyacon hawna
@user-pd8wg9cf1m
@user-pd8wg9cf1m Жыл бұрын
ዝማሬ መልእክት የስመዐና ክብር ኃውና ፀጋ የብዘሕ
@tsionhaftetsion
@tsionhaftetsion Жыл бұрын
Selamka ybzah abrahamey
@user-ub7ez3hd3t
@user-ub7ez3hd3t 3 ай бұрын
አዝየ ዝፈትዋ መዝሙር አያ ዝማሬ መላእክት የስመአልና
@sabashamsabeto8642
@sabashamsabeto8642 Жыл бұрын
ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ድያቆን ሓውና
@mussietesfation1391
@mussietesfation1391 Жыл бұрын
Amen amen amen zmara malakt yasmana
@bahabelomhadgu4567
@bahabelomhadgu4567 Жыл бұрын
ዝማሬ መላእክት የስማዓልና ❤❤❤🥀🥀🥀💐💐💐🌼🌼🌼😘😘😘🌾🌾🌾🌷🌷🌷🙏🙏🙏
@yohannajoseph4257
@yohannajoseph4257 11 ай бұрын
❤❤❤🙏🙏🙏
@yerustekeste2461
@yerustekeste2461 Жыл бұрын
Kemza mezmur gheru srah amlak abay zeredeani yelen egzeabher amlak edmen tienan yhabka zhawey 😘😘😘😘
@user-by6je3py1j
@user-by6je3py1j 3 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@tesfaawet9897
@tesfaawet9897 Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላእክቲ የስማዕልና
@farysayem1778
@farysayem1778 Жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክቲ የስዐልና ጥዑም መዝሙር😘🌹🌹🌹
@ytgr3379
@ytgr3379 10 ай бұрын
ነዛ መዝሙር ሰሚዐ ኣይጸግባንየ ንልቢ ዘረስርስ መዝሙር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ድያቆን ኣብርሃም ሓዉና
@semharsebahtu
@semharsebahtu Жыл бұрын
Slam❤
@GodismyPower
@GodismyPower 5 ай бұрын
ዝማሬ መላእኽቲ የስመዓልና ዲያቆን ሓወይ
@tewentsegezeab4906
@tewentsegezeab4906 Жыл бұрын
Hawna dyakon Abrham btaemi des zblu mezamur egzabher amlak agelglotka ybark
@user-ji6wm1yn3k
@user-ji6wm1yn3k 4 ай бұрын
ፀጉኡ የብዘሐልኪ ክብርቲ ሓፍተይ❤❤
@ElimEfream
@ElimEfream Жыл бұрын
Thank alot for any thing in my life and life of my wife's and daughter's......❤......
@TigstiGebreab-pi9vm
@TigstiGebreab-pi9vm 9 ай бұрын
Zmarie melaek yesmealna
@user-qn4rm3ue7x
@user-qn4rm3ue7x Жыл бұрын
_ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክቡር ሓውና💜💚_
@ShewitAsmerom-bh4nf
@ShewitAsmerom-bh4nf Жыл бұрын
Amen Amen Amen ♥️♥️♥️
@tesfitgebreyohanis4128
@tesfitgebreyohanis4128 Жыл бұрын
Thank you Haw AMLAK Memelisu Ybarika Tueum Mezmur Kitzimir
@user-cu2dm4pv1t
@user-cu2dm4pv1t 6 ай бұрын
Zmare melaekt yesmealna kubur haw
@meazabokretsion2025
@meazabokretsion2025 6 ай бұрын
Amen Amen Amen zmare melakti yesmealna 💒💒💒🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@Yaruandromedano1111
@Yaruandromedano1111 2 ай бұрын
Não percebo a língua mais eu sinto a presença dos anjos de Deus nesta música.
@user-km3yl8ho5l
@user-km3yl8ho5l 5 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማርየ መላእክቲ የስምዕና❤❤❤❤❤
@user-xn1uz3du1d
@user-xn1uz3du1d Ай бұрын
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዕልና❤❤❤❤
@sesw9632
@sesw9632 Жыл бұрын
ፀጉኡ የብዝሐልካ እግዚአብሔር አምላክ
@user-xv6vg7ot9g
@user-xv6vg7ot9g 4 ай бұрын
Amen amen amen zemar melakit yesmeana deykoney ❤❤❤
@danealmelaku6216
@danealmelaku6216 Жыл бұрын
Qal hiwet yesmealna dyaqon hawey❤❤❤❤❤
@Haea-kk2zi
@Haea-kk2zi Жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ ምላአክት ያሰመዐልና❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@slamj6073
@slamj6073 Жыл бұрын
Amen amen amen semie zeymenwo mezmur
@zafuberhanehabtegaber9621
@zafuberhanehabtegaber9621 11 күн бұрын
Xbukat kexlwo edmen tenan yhabkum fetari ❤️
@user-pc4jo1wv3w
@user-pc4jo1wv3w Жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና 🙏🙏🙏❤
@user-xb7lq4rc5v
@user-xb7lq4rc5v Жыл бұрын
ጸጋ የብዝሕ ድያቆን ሓውና❤🎉።
@Abriha-ns8xi
@Abriha-ns8xi Ай бұрын
ዝማሪ መላእክቲ የስመዓና❤❤❤
@medhaniemeresie9618
@medhaniemeresie9618 9 ай бұрын
Amen Amen Amen msgana ykuno
@medhaniemeresie9618
@medhaniemeresie9618 9 ай бұрын
⛪️
@YordanosYemane-bw6sf
@YordanosYemane-bw6sf 3 ай бұрын
Amen 3 zmare melaekti yesimealna
ИРИНА КАЙРАТОВНА - АЙДАХАР (БЕКА) [MV]
02:51
ГОСТ ENTERTAINMENT
Рет қаралды 7 МЛН
THEY WANTED TO TAKE ALL HIS GOODIES 🍫🥤🍟😂
00:17
OKUNJATA
Рет қаралды 9 МЛН
Я нашел кто меня пранкует!
00:51
Аришнев
Рет қаралды 1,5 МЛН
ROCK PAPER SCISSOR! (55 MLN SUBS!) feat @PANDAGIRLOFFICIAL #shorts
00:31
እህ ክበረለይ እህ ተመስገነለይ ortodox tewahdo mezumur zemari bereket tikue
6:28
ወዲ ህያው ኣምላኽ ቀያሪ ታሪኸይ
Рет қаралды 1,1 МЛН
ተመሊሰ ሓድሽ ልቢ ዝማርክ ትግርኛ መዝሙር  ዘማሪት ሔዋን ገ/ኣነንያ New Tigrigna Orthodox Mezmur 2023
6:35
ዘማሪት ሔዋን ገ/ኣነንያ zemarit hewan G/Aneniya
Рет қаралды 1,1 МЛН
ዕፀሳቤቕ TV - ADE EYESUS (ኣደ ኢየሱስ)- Zemari Bereket Tikue : Orthodox Tewahdo Mezmur 2020
6:36
Debesey /ደበሰይ Orthodox Tewahdo Mezmur
Рет қаралды 3,8 МЛН
NEW ERITREAN ORTHODOX MEZMUR ( AUGUST 2017 )  / ብልጽቲ ህያብ / bilxti hiyab
6:14
DNKUAN HAGOS / ድንኳን ሓጐስ /
Рет қаралды 2,8 МЛН
እሙን ዓርኪ ልበይ~Emun Arki Lbey~By Zemari Henok Fikadu~New Eritrean Orthodox Tewahdo Mezmur 2024
6:19
መዝሙር ‘ዩ ህይወተይ Mezmur yu Hiwetey
Рет қаралды 1,7 МЛН
Dildora Niyozova - Bala-bala (Official Music Video)
4:37
Dildora Niyozova
Рет қаралды 10 МЛН
Iliyas Kabdyray ft. Amre - Армандадым
2:41
Amre Official
Рет қаралды 263 М.
Sadraddin - Если любишь | Official Visualizer
2:14
SADRADDIN
Рет қаралды 778 М.
IL’HAN - Eski suret (official video) 2024
4:00
Ilhan Ihsanov
Рет қаралды 729 М.
Say mo & QAISAR & ESKARA ЖАҢА ХИТ
2:23
Ескара Бейбітов
Рет қаралды 776 М.
Bakr x Бегиш - TYTYN (Mood Video)
3:08
Bakr
Рет қаралды 543 М.